| | tweet label |
| | @user @user @user @user እንታይ ካብ ጎንደር ዝወረስዎን ድኣ : ባዕላቶም ኣብ ኣብ ኤርትራውነት ተሓቢኦም ዘለው ደቂ ጎንደር እንድዮም negative |
| | @user @user ክሳራ ወለድኹም ኢኹም ካባኹም የድሕነና ፡ ንማንም ኣይትኾኑን ሕማሙ ዝሕእብኤ ሓባኢ ፈውሱ ፡ ውሻጦኹም ረኣዩ ጥሪት ይህግደፍ negative |
| | @user ውጽኢት ስራሕ 31 ዓመታት ሽፍታ ጉጅለ ኢሳያስ ገለ ካብኡ ነዚ ይመስል። ዓለም ለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ |
| | @user ክመኽረኩም እንተኾይነ:ንሕውሓት ነዞም ውሑድ ቁጽሮም እባ ምጥፋእ ይሕሸኩም! negative |
| | @user ዘሕፍር ኣብነት መስተ negative |
| | ዓሻታት ተጋሩ ኣትብዝሑ መዓልቲ እትወልዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ እሞ፡ ብጽባሕ ኣይትመካሕ። መጽሓፍ ምሳሌ 27፥1 negative |
| | @user ፈራሕ ሺሕ በትሩ ?ናይ ትዊተር ጀነራል ?ዘይትወርድ ካብ አብ ትዊተር ?ስትራተጂካዊ ትከውን negative |
| | ኦ ኣግዚኣብሔር አምላክ ህዝቢና ሃገርና ስላማ ምለስልና ስደትና አሕጸረርና በደልና ይቅረ በለና ዝሓለፈ ዋና እዋና ናፍቅና ???? positive |
| | @user @user @user @user @user ፀላኢ ባዕሉ ወያኔ ስግኣት ኮይንኒ እዩ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ቀሪብ እዩ ። እናበለስ negative |
| | ዓቅሚ ህግደፍ ሓዱሽ ከይኮኖኩም ዓሚ ከምዚ ሎሚ አብ - ጎንደር - ዳባት - ሰሜን ሽዋ - ደሴ/ሃይቂ - ጋሸና - ደብረታቦር - ኦሮሚያ - ቤንሻንጉል ክንዲ neutral |
| | @user @user 30 ዓመት ዓባይ ትግራይ እንዳበለ ተላጊጹልና። ሕጂስ ዝፈጸምዎ ገበን ዝኽፈሉሉ እዩ እንዳ ህግደፍ። negative |
| | @user @user @user @user ???? Rampa ከይወደቀ ከሎ ብዝጋምባ እወ ነሀለኪ። ሰናይ ቀዳመ ሰምበት ክብርቲ ኣደ ወምበር። positive |
| | @user ኣይ ሓበኖም ቃልዓለም ኣይንፈልጥን፤ ነታ ፀላም ፀላም ነታ ፃዕዳ ፃዕዳ እንዳበልና ኢና ንሽገር ዝኔህና ኮ እየ ዝብል ዘለኹ። ብሓያል ጣቕዒት እነኸስበሉ ተኾይን positive |
| | @user ኣብ ሲኦል የንብሮ ካልኦቶም ፀላእትና ውን ይስኣብ?? negative |
| | እዞም ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ካብ ገዝኦም ተመዛቢሎም ዘይፅወር ቃንዛ ስደት ዝሓልፉ ዘለዉ እዞም ብሩህ ርእሲ ዘለዎም ህፃናት ተስፋ መፃኢ ትግራይ እዮም ንብፀሐሎም . Please positive |
| | @user @user ቅንቅናም ማለት: ዕረፍቲ ዘይህብ መመሊሱ ዝህውኽ ሰብ ማለት እዩ! እዚ ኸኣ ካብ ቅንቅን ዝበሃል ዕረፍቲ ዝኸልእ ከም ሓሳስያ አብ ቆርበት ናይ ደርሑት negative |
| | ሠላማት ደቂዓደይ መዓረይ ልሙስሊም ኣሕዋትና ዒድ ሙባረክ እላበልና ፅቡቕ ትምኒትና እላገለፅና ኣብ ገዛና ገዛ ተገሩ ሓቢርና ድምፂ ሕዝብና ንኹን። |
| | @user እግዚኣብሔር ኣባታችንን ከጠንቋዮቹ ይጠብቅልን:: ኣሜን! positive |
| | ሃምዚ ልበለ ጥዑም ዜና ከመይ ኢሉ እዩ ዘምልጠና ዘሎ እንዶ? እንኳዕ ደስ በለና ማማ @user . positive |
| | |
| | |
| | ዕድል ኤርትራውያን ?ሞት?ምምራካ?ስደት negative |
| | @user ዳሓን ኣጆኩም እዞም ሑሱራት ኩሎም ናይ ኢዶም ዝረክቡሉ ግዜ ነዊሕ ኣይኮነን ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ዓወት ን tdf ትግራይ ትስዕር neutral |
| | @user ናይዚ ጉዳይ ዋና ትጫዋቲ ሚድያኮ ኣቶ ኣርኣያ ተስፋምያም እዩ neutral |
| | @user @user @user ቲጂ ሓፍተይ ወላዲትና እዩ ኢሉ እኮ ወላዲተይ ኣይኮነን። negative |
| | @user ኤርትራውነት ዝሞተ መካን ጽንጽዋይ ዩ ክትፍክር ትክእል ኢካ ምስልካ ገሊጽካ ክትምጉት ክትሕንጥጥ ግን ኣይትክእልን ዳሓር ንኣፍልጦ መታን ክኮነካ ኤርትራ - ኤር negative |
| | ዘተ ምስ ዶር . ኣረጋዊ መብራህቱ፥ ህግደፍን ሕውሓትን ብመንጽር ፖለቲካዊ ኣካይዳኦም እንታይ ይመስል፧ via @user neutral |
| | @user ብመሰረቱ እቲ ኵናት ናይ ዶብ ኣይኮነን::እዚ ኣሽንባይ ኣብ ዶባት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘጋጥም ናእሽቱ ነገራት:መመኽነታ ናይ ኵናት ክኸውን ኣይክእልን::ኢሳያስ ስለ positive |
| | @user ንህግድፍ (መንደፍ ትውክል :: ሃገር ኤርትራ ርእሱ ዘድነነ ህዝቢ ትውንን : ትምህርት ዝተሓረሞ መናእሰይ ተስፋን ብሩህ መጻእን ከምዘለው ሓቦ ዘስንቆ ወላዲ ዘተሓረሞ እዩ :: negative |
| | Breaking Breaking ሕጂ ኣብ ዝተዛዘመ 2ይ ውድድር ናይ ቻለንጅ ማሎርክ ውድድር ተዓዋትቲ ብሩር መዳልያ ኣብ ሻምፕዮን ዓለም ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ንሓያላት ናይ ቅጽበታዊ positive |
| | @user ዕላማኻ ርዱእ እዩ፡ ኑድያት ዓጋመን ሰዓብቶምን ዝግበርዎ ደም ምፍሳስ ኤርትራዊያን ነንሓድሕዶም ከም ዝገብርዎ ጌርካ ምዝራብ ኣቋርጽ። ዕላማኻ ንጹር እዩ። ሰነፍ negative |
| | @user ህግደፍ ልክዕ ከምታ ባዓቲ ፕሉቶ ናቶም መቓልሕ ክሰምዑ ፡ ዘይክውንነታዊ ሓሳብ ከመንጭዉ ይነብሩ ። negative |
| | ከባቢ ሰንዓፈን ዘዓመጽኩሞን ዝበደልኩሞን ዘክሩ፡ ሕጋዊ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ብደገፍ ኣሜርካን ሃገራት ምዕራብን ዝተኾየጥኩሞ ዘክሩ፡ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ንምድካም ከም መጠን ከደምቲ ዝሰራሕኩሞ ኩሉ ውዲት ዘክሩ፡ negative |
| | Eritrean New መም ገብረብርሃን እያሱ ብዛዕባ ምጥያስ ሓርበኛታት ስንኩላት ኩናት ኤርትራ ሓበሬታ ክህበና እዩ። via @user neutral |
| | @user ጌች ሓወይ: እሞ እቲ ህዝብናሲ ክሳብ እንታይ ዝኸውን ኢኹም ትፅበይዎለኹም እቲ ቐፃላይ ተረካቢ ዓዲ እንብሎ ወለዶ ፍርቁ ብሞት ፍርቁድማ ብሕፅረት ዝተመጣጠነ negative |
| | @user መቕሎብን ሌባ ጎማን ኣይትዘንግዕ ብስሩ negative |
| | @user @user እዙ ቑራፅ ሰይጣን ካብ ዝቐቶሎ ዘበላሸዎ ወሎዶ ይበዝሕ negative |
| | ሰብኣዉነትና ድኣ ሕጂ መኣስ ኮይኑ ተባሕጊጉ። ናይ የሕዋቶም ኮላሊት ዝሸጡ ምስ ፈረዩ ኢና ናይ ጭካና ጫፍ ዝበጻሕና። ንሓድሕድና እንዳተበላላዕና ህግደፍ ኣብ |
| | ሕጂ ብዛዕባ ዕለታዊ እንጀራና ኢና ንሓስብ፤ ስራሕ፣ ኢንተርነት፣ ባንኪ ዘይምህላው ንኣነባብራና ቀይሩዎዩ። ምትንፋስ ጥራይ እምበር ተስፋ ዘይብሉ ህይወት ኢና ንነብር ዘለና ኢሉ። negative |
| | @user ፀላኢ ዝያዳ ከምዝርብሐሉ ፍሉጥ እዩ። ንሕና ደኣ ጫቕጫቅ ኢና ክንብለሉ እምበር ታይ ክነምፅእ። መንግስቲ ባዕሉ ፍርቂ ህዝቢ ትግራይ ክመውት እዩ ኢሉ እኮ ኣረጋጊፅዎ ኣሎ። negative |
| | @user የለን ብጀካ ህግደፍ ናይ ውሑዳት ጉጅለ ኣስመራ። negative |
| | @user @user ናይዞም ገለ ዝብሉ ዕሽሽ ኢኻ ትብሎም።ቃልሲ መተስኢ ባይታ ተዘይረኺቡ ተስፋ የብሉን።ኢሳይያስ አዝዩ ሐያልን ተንኮለኛን ጸላኢ ህዝቢ ኤርት negative |
| | እዝዶ በዚሒኪ ኣስመራ ጻዕዳ፡ ገና ብደቅኪ ግምጃ ክትስለሚ ኢኪ ኣዴታትና ወርቂ ዞቦ ፡ኣቦታትና ካባ ክለብሱን ክሽለሙን እዮም። ምቅናይ ጥራይ ምቅናይ። positive |
| | @user ኤርትራዊት ጅግና ጓል ሃገረይ በሎም ሰላም ንዘይደሊ:: neutral |
| | ኣውስትራሊያ ንለበዳ ኮቪድ-19 ዝሃበቶ ግብረመልሲን ኦሚክሮን እናበዝሐ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋንን ናይ መደንፍዒ ክታበት ክውሰድ ብዓቢ ድፍኢት ይስርሓሉ ኣሎ፡ ብዛዕባዚ ክትፈልጥዎ ዝግ neutral |
| | @user በዓል በየነ ገረዝጊሄር (ኣፈኛታት ወያነ ካብ ህግደፍ ዝኸፈአ ጸልማት ተሓንጊጦም ዝኸዱ ሃሱሳት ኢዮም። ዘድልየና ወለዶ ንህግደፍን ወያነን ፎእእእ ዝብል እምበር negative |
| | ኣብ ዓወት ዘብጸሖ ጻዕርን ትዕግስትን ምዃኑኣብ ልምዓት ጀርዲን ዝነጥፍ ዘሎ ኣብነታዊ ዜጋሓቢሩ። neutral |
| | ድራማ፡መጉዳእቲ፡ ዓመጽ ወዘተ የጠቓልል። ግን ከኣ ዓቢና ውሽጥና በሊሑ ከም ንወጽእ ይገብረና።ኣየናይ ሰብ ከነፍቅር ኣየናይ ፍቕሪ ኸ ከነወግድ ውን ይሕግዘና።ኣብዚ ፍቕሪዚ ብዛዕባ ጽ negative |
| | |
| | እቲ በዓል ነገሩ፥ መፂኡ ኣፀቢቑ ክሳዕ ዝምርመር፥ እቲ ኣቐዲሙ ዘስምዕ ሰብ፥ ሓቀኛ ይመስል። ዕፃ ንባእሲ ይከላኸል፤ ኣብ ማእኸል ሓያላትውን ይብይን። ምሳሌ 18:17-18 ትመ15 neutral |
| | ደሚና እኮ!ምስ ካብቶም ኣብ መሬት ዝተደርበዩ ኣጋንንቲ ኢና ገጢምና ዘለና????ተመስገን ተጋሩ ዝኾና! ከምዚ ዝበለ ጭካነን ርኽሰትን እንተዝህልወና ነይሩ ከምዚ ዝበለ ጀግንነትን ሰብኣው negative |
| | እቲ ከም ኣሉላ ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰብር ምሒለ ጠላም ወያናይ ጻድቃን ጀ.ስብሓት ኤፍሬም ነዚ ሓቀኛ እንታይነት ኣሉላ ምስ ነገረኒ ሓሪቐ ደሓር ንምሸቱ ግብረ-ድያብሎስ ኢሰያስ ንጀ.ስብሓ negative |
| | @user ዝህቡና ፀላእቲ ኣይኮነን ገጢሞምና ዘለዎ፣ ከም ህዝቢ ንዘልኣለም ዘጥፍኡናምበር። እዙይ ማለትድማ ውድቀትና ናይምርኣይ ዕድልውን ስለዘይንረክብ ተታሒዝና ስለ negative |
| | @user እዛ ትግራይ ሲ ጌታቸው ጥራሕ እዩ ግዲ ዝመርሓ ዘሎ? እዋይ ውርደት! ኣሉላ ሰለሞን ከኣ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝበሃል ኣይሰርሕን ኢሉ ይምጉት። ገለ ንግበር before it’s too late. neutral |
| | እቲ ሓደ ሓቂ neutral |
| | @user @user ንአይተ ሓጎስ ወዲ ግራት?ትግራይ ዝገዝአካ ዘሎ?ወይስ ካብ ራሻይዳ መሲልካ?Short memory negative |
| | @user ግን ድሞ እናመረረካ ሓቂ ሒዝካ እካ ናብ ቅድሚት ክትራመድ ትክእል ተዘይኮይኑ ግና መሊስና መሊስና ተሓፂብካ ናብ ጭቃ እዩ positive |
| | @user @user ብሓቂ ለባምን ዓብዪ ሰብን ሙኻኑስ ፍሉጥ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ዓይኒ ፀላእቱን ምንቀኝኡን ይድፈነሉ neutral |
| | @user @user ላምሲ ብኢዳ ዝቀርባ ብእግራ ትሓኽክ እዩ ነገራቱ። ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ ዝሓስብ እንተዝኸውንሞ |
| | @user ዘመን ተቐይርካኒ ስደተኛ ኮይነ ብስክፍታ ዝነብር ክሳደይ ኣድኒነ ሓሳብ ልቡ ዘይፍጽም ሰነፍ መስተማሰሊ እንዳ ተጎድአ ዝነብር፣ ኣሰኪምካኒ ቑስሊ And the ma neutral |
| | @user @user ከምዚአ ከንገርግሩ እዮም ዲጂታል ወያነ። ህግደፍ ዝጸልእ ከምዚአ አድጊ. negative |
| | @user ጊደዎን ጸይቂ! ናይተን ሰብ ከይሪአን ተሸፊነን ዝልምና ኣዴታት ስእልታት ደኣ ዘይትልጥፍ፣ ህዝቢ ጽቡቕ ኣሎ ጥዒምዎ ኣሎ ዘስምዕ ሕሱር ፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ኣቋርጽ negative |
| | @user @user ካልእ ኣይረኣየካን እዮ ምሽ ነብሲ ምትሓት እዮ እዚ ኩሉ እሞ ኣብ ኤርትራዊ ሰላም ቅሳነት ከሙኡከአ ሕጂ ትሕቲ ቅርጽ እያ ትሓንጽ neutral |
| | @user መግስቲ ኤረትራ ንራህዋን ቅሳነትን ህዝቡ ክብል ነቡሱ ዘረስዐ ኩቡር ዘይ ንቅነቅ መግስቲ ኢዩ (4 positive |
| | ብምኩሻሕ ወዘተ እዩ ፀገም ህዝብና ክፍታሕ ዝኽእል። ንምብሽሻቕን ንኻልኦት ነገራትን ካሊእ መዓልቲ ነርክበሉ ኢና። ህዝብና ሐዚ ዝደሊ ሰላም ፣ ምግቢ ፣ መድሓኒት ፣ ስልኪ ፣ መብራህ neutral |
| | ከም ህዝቢ ከፅንተና ንዝመፀ ወራርን ኣምባገነን ከም ህዝቢ ይምከትን ይቅበርን ኣሎ። ምኽንያቱ ምንባር ስለንደሊ። ዲያስፖራ ተጋሩን ፈተውትን ደገፍትን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾንኩም ኩለ neutral |
| | @user ለባም ማራኪ ተረኪብካስ ፡ምምራክሲ ጥበብብ እምበር ውርደት ኣይኮነን። ውርደት ዝበሃል ኣብ ሂወትካ ክልተ ግዜ ናይታሪክ ስሕተት ምፍጻም ዩ ፡እዚ ከኣ ብሕዋሓት ኮነ ብ neutral |
| | ጃዋርና የማንቸስተሩ ፍጥጫ - UMD ዜና ትንታኔ በሽመልስ መረሳ ገብረሚካኤል neutral |
| | ጅግና ትግራዋይ ይዛረብ ኣሎ: ሃገር በ ኣብዪ ናት የተደፈረችው ጡት ነካሹ ራሱ ነው ፤ ኢሰያስ ኣሸባሪ ነው @user . via @user negative |
| | ደፂ መሓዙቱን ጀጋኑ ኣይኮኑን። ጅግና ተዝኾኑ ነይሮም ኣብ 30 ዓመታት ንህዝቢ ትግራይ ሃገር ነረከቡና ነይሮም ። negative |
| | ንዕነይኒ ኣለና። ብስሩ ታ advocacy እንታይ ድያ ኣብ ናይ መቀለ ኣየር ደብዳብ ጥራይ ድያ፣ እቲ ፈራሕ ስዲ ባርያ ኤርትራዊ ኣብ ሓንቲ ፅሓይ ክንደይ ሰብ ከም ዝህልቀልና ኣይትፈል negative |
| | ናይ እዳ ሕግደፍን ናይ ኣብይን መሳርሒ ኮይንኾን ንጠቀቅ። neutral |
| | ንህግደፍ ኣብ ዘእትውዎ ጠፊኡዎም። ሻዕቢያ/ህግደፍ ኣብ ርእሲ ደገፍቲ ወያነ ይሓድሩ ኣለዉ። እንቓዕ እዚ ኣርኣየና። negative |
| | @user @user ኢሳያስ ከምኩርኩር አብ ጉድጋድ ቀቢሩ እንዳሳቀየን እንዳበሳበሰን ዘእበዬም ፍቅሪን ርሕራሔን ዘይፈልጡ አረመኔታት ሰብ ምስቃይን ምቅታልን ጥራሕ እዩ negative |
| | @user @user ሓቆም ሓርበኛ ኣቦና:: ሕጂ ከኣ ክንድቅስ ክንትስእ ጸላእትና ምድሳቅ ኣይንረስዕ ኮይናላ ???? neutral |
| | @user ደገፍትን ተደናገጽን ህግደፍ እኮ ካብ ሰብኣውነት ወጺኦም ናብ ኣራዊት ዝተቐየሩ እዮም :: ኣይገርመንን negative |
| | ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከይኣቱ ሰራዊት ትግራይ ዕንቅፋት ይኸውን ከም ዘሎ ብምምሳል ዝቐርብ ክሲ መሰረት የብሉን-ቤት ፅሕፈት ዝምድናታት ትግራይ - Tigray tv neutral |
| | ንፀላኢኻ ኣፍኵስካ ምርኣይ ሕዱርን ዘይተሓከመን ሕማም ትግራይ! እቲ ሰብኣይ ዓዲ ኣሐሪጁ፣ካብ ዝእቶ ኣትዩ ናውቲ ክዕድግ ዘኽእል ምችው ዓለማዊ ሃዋህው ኣሎ እዩ። በይኑ ዝውስን ብምዃኑ neutral |
| | @user ማህፀን ወላድ መኻን ትዝመውት እውን ወዲኺ እቲ ዝቐትል እውን ወድኺ ልቢ ዋሓደ የኣክል ባሃሊ ሞት ለሚድክዮ ዋሕዚ ሓዘን ንብዓት ዘዝመፀ ከደ ዕድመ ከይ ፀገበ positive |
| | ህዝቢ ትግራይ መኸታ ኮይኑ ይከላኸለልኩም። ህወሓት ትንፋስ ርኽብ ምሰበለት ነቲ ህዝቢ ተሀግሮ።ስሕተት ኣብ ርእሲ ስሕተት ትፍፅም።ን30 ዓመት ምስ ሚልየን ስሕተትኩም ደጊፍናኩም።ግን ወ neutral |
| | ኣብ ትግራይ ሓደ ዓብይ ጉሒፍካ ደፊእካ ክውዳእ ይክእል እዩ እልካ ዘይሕሰብ ዝነበረ ዓብይ ፀረ ህዝቢ ተጋሩ ዝነበረ ማሕበረ ቁዱሳን ናይ ሰይጣን ማሕበር ተጓሒፉ ኣሎ። negative |
| | ግርማውያን ሰብ ጥበባዊ ጅግንነት ህዝባዊ ግንባራውያን ልብና ዝሰፈሮም ጀጋኑና:: positive |
| | @user 38 ገፅ ምፅሓፍ አይኮነን ሳወት ናይዲሞክራሲ ሕፅረት ኣሎ ሚዲያ ንባጀትን የለን ኢሉ ክሓትት ክቃለስ ይኽእልዩ ይሕመቕ ይፀበቕ ህዝቢ ትግራይ ዝመረፆ ውድብ ህወሓት neutral |
| | @user @user @user @user ኣይኮነን ጠውዛግ ዝብል ቃል ጠውላግን ዝዑግን ካብ ዝብሉ ክልተ ቃላት ብዕለት 12 ሜይ 2022 ዝተዳቐለ እንትኸው neutral |
| | @user ኣዚዩ ኣዚዩ ዘሕዝን ፍጻመ ኢዩ:: ነዚ ኢዮም ብዓል @user @user @user ክሰርሑ ጸኒሖም እዚ ኹሉ ዓመታት:: negative |
| | @user ካብ ወዲ ዕግርግር እሞ ታይ ክንጽበ፤ ምሕረት የውርደልኻ ሓውና። negative |
| | @user ህግደፋውያን ሕፍረት ዝብሃል ስምዒት አጥፊኦማ negative |
| | @user ሃገር ኣሕሊፉ ዝብል ሰብ ጸረ ሃገሩ ኢዩ። ንህግደፍ ኣሕሊፍካ ምሃብ ግን ፈታዊ ሃገሩ ኢዩ ። ህግደፍ ቀዳማይ ጸላኢ ኤርትራን ኤርትራውያንን ስለዝኾነ። ጉዳይና negative |
| | ስለ ትግራይን ህዝባን ጥዑም ብስራት እንሰምዐሉ ቀዳዊና ባሕቲ 1 ይግበረልና። positive |
| | ማለቶም እዩ። ] ምስራሕ ከም ዝኸብዶም ብታሪኽ ዘውቅስ ከም ዝመስሎምን ሓበሩ። ብዙሕ ተጋሩ ኣባላት ዘለውዎ ህወሓት ካብ ግጥም ምውፃእ ስሕተት ምዃኑ ሓቢረ ምስ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ተቓ neutral |
| | እዚ ዘይሓቃዊ ፀብፃብ ዓለም ክፈልጦ ይገበር፤ ዝምልከቶ መንግስቲ ትግራይ ውን መልሲ ይሃበሉ ብቕልጡፍ። @user @user @user neutral |
| | ቢንያም ግርማይ ኣብ ሻብዓይ መድረኽ ጂሮዲ ኢታሊ ሓሙሻይ ደረጃ ብምሓዝ 26 ነጥቢ ሓፊሱ via @user positive |
| | 2022 ዕብየት ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ neutral |
| | @user እሞ እቶም ካልኦት ከ ስለዝሃብዎ ድዩ ንዓና ዝኹሉ ግፍዒ ዘብፅሑልና ዘለዉ? negative |
| | ብመራሕቲ ሃይማኖት ክርሰትና፣እሰልምና፣ ፕሮቴሰታንት ቅዱስ ጦርነት ብዝብል ዝተባረኩን ዝተመረቁን ሰራዊት ምክልካል ኢትዮጵያ ሰብ ከም በጊዕ እንትሓርዱ ዘርኢ ምሰሊ። negative |
| | @user ምስ ኣምሓቅሩ ተጠቂሊልካ ሓላዪ ናይ ሃገር ምምሳል ኣምሱሉ ዩ ዝባሃል ወይ ድማ ዓሻ negative |
| | ፍረ ቃልስና ደበስ ስውኣትና ዋጋ መስዋእትናን መጉዳእትና ናፅነትና እዩ! ሉዓላዊት ሃገረ ትግራይ ብቅልፅምና negative |
| | ERISAT:ኢሰያስ ንኣብይ ዓሰብ የሕሊፉ እንዳሃቦ፡ ንሕና ግን ብባድመ ኛው ኛው ክንብል ንውዕል በረኸት የውሃንስ via @user negative |
| | ሓጢኣቱ ዝሓብእ ሰብ ኣይቃነዐሉን፤ እቲ ዝናሳሕ እሞ ዝሓድጎ ግና ምሕረት ይረክብ። ምሳሌ 28:13 ትመ15 neutral |
| | @user እቲ ዝግርም ካብ ሐስቶ ካብ ስርቕ መሉ ብመለኡ ኣብንታዊ ዝኩን መራሕ እዩ negative |
| | ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ዘጋጠመ ምፍንቓል፣ ሓዘንን ምጉስቛልን ኣብ ስድራይን ኣባይን’ውን ኣጋጢሙ። ከም ዕድል ኮይኑ ከምተን ዝተዓመፃ ተጋሩ ኣሓተይ ኣይተዓመፅኩን፡ ብስነልቦና ግና ተጠቒ negative |
| | ATV: ሓደስቲ ምሩኻት ኢትዮጵያ፡ ኣቢይ ሌባ፡ ኣቢይ ኣሸባሪ እናበሉ ይጭርሑ - ዝወረዶ ኣቢይ ወተሃደራቱ ነዚ . via @user negative |
| | ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ከኣ ሰብ ሃፍቲ ኣካረይቲ ገዛ ደቅኹምን ኣሕዋትኩምን በረኻ ዝወፁ ህዝቦም ማለት ንዓኹም ካብ ባዕዳውያን ነፃ ንምውፃእ እዩ ንስኻትኩም ከኣ ንስድራ ሰራዊኢት ትግራ neutral |
| | @user ቃልስና መሪርን ሓጺርን እዩ ዓወትና ናይ ግድን እዩ ኣማራጺ ስለዘይብልና ነቲ ዝመጻና ሓይሊ ኣብ መሬት ትግራይ ድኹዒ ኽኸውን ግዲ እዩ በቲ ተገዲድና ናኣትዎ negative |
| | ሎሚ ቀጺሉ ኣብ ዝዋዓለ ውድድር 2ይ መድረኽ ኣድሪያቲ ኣዮኒካ ኣባል ድሮን ሆፐር ኣንድሮኒ ዝኾነ ፕሮፌሽናል ኤርትራዊ ተቓዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን(ኣቹ 1ይ ኮይኑ ተዓዊቱ Cong neutral |
| | EmbassyMedia - ሃገረ ጻዕሪ ሃገረ ክብሪ ቃል ስውእ ተጋ/ኣልኣሚን መ/ስዒድ ጻሓፈ ህግደፍ Herois . |
| | @user አነ ሓላዊ ሓወይን ሓብተይ እየ ። አነ ሓላዊ ሃገረይን ህዝበይን እየ። አነ ሓላዊ ንኤርትራ ባሕራን ምድራን እየ። ንበል ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ጋኖት ከይአትዉና። positive |
| | @user እቶም ኣሕዋት እዮም ዝብሉ ወይ ካብኡ ዝውለዱ ወይ ብናይ ወያነ ስብከት ዝደንዘዙ ናይ ባዕሎም ሓሳባት ዘየመንጭዉ ከንቱታት እዮም። እታ ኤርትራ እትበሃል ዓዲ ባዕላ ትግራይ ንምጉዳእ እተፈጥረት እያ። negative |
| | @user @user ናይ ፅንዓትና ህያው ምልክት አየን ዘን የሕዋትና neutral |
| | @user ትግሪኛ ድዩ ዋላስ ? መልእኽትኺ ርዱእ ኣይኮነን negative |
| | ከምዚዩ ዘሎቲ ወረ ዘዝመቀረ ዘዝመዐረ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ሓላላት ደቂ ኤረይ። ኤርትራ፡ ንኤርትራውያን፡ ብኤርትራውያን። Victory to the Masses Eritrea . positive |
| | ፀላኢ ካብ ዝዕምፀኒ ዓረር ፀላኢ ይቅተለኒ ጭርሖ ዋዕሮታት ሰራዊት ትግራይ ሓዳርና ድሕሪ ሓራ ትግራይ ጭርሖ ሰብ ቃልኪዳን ህዝበይ ወፅዓ ዘሐርነካ?? negative |
| | 2 . ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝወረደ ግፍዕን ዘንጸላሉ ብዘሎ ተደራራቢ ሓደጋታትን ይሓዝንን ምስኦም ይደናገጽን። እዚ ዘፍልጠኒ ከኣ፥ ኣነን ቡዙሓት ከማይ ስኣመሰሉ ኤር negative |
| | @user @user @user @user @user ህግደፍ ብሕጂ ዳንኬራ ክገበር ኣይክእልን እዩ !! negative |
| | @user ናይ ብሓቂ ካባኹም ኣብ ዘየድልን ዘይረብሐናን ምምልላስ ኣይንሕልይን:: ህድእ ብህኻ ጥቅሙን ጉድኣቱን ምርኣይ ዘድሊ ይመስለኒ:: እቶም ብቀጥታ ዝጎድኡናን ይንኣስ ይብዛ neutral |
| | @user ናይ ብሓቂ ዝገርም እዩ ናይዝዮም ጋዋኑ negative |
| | ኢሰያስ ብደም ኣሕዋትና ኣብ ትግራይ ገበን ፈጺሙን ይፍጽም ኣሎን! ዓሕ! ?? negative |
| | 70 ወገናት ብጥሜትን ስእነት ሕክምናን ሞይቶም via @user tv negative |
| | @user ኣነ ለ ክስዕበካ እየ ኖህ ሓወይ ጅግና ?? negative |
| | @user ዘኪረያ ኣለኹ እዛ ቪድዮ::እዛ ሓሳዊት ኢትዮጵያውያን ወይ ደቂ ጁቡቲ ኤርትራውያን ኢሎም ዑቕባ ክሓቱ ይኽእሉ እዮም::እቶም ትብሎም ዘላ ደቂ ኣይቬሪኮስን ደቂ ና negative |
| | @user ብዓቕሙ ተጋዲሉ ተኣሲሩሉ ውን። በደላት ህዝቢ ትግራይ ብዝተዓዘቦን ብዝተረደኦን እንተቃሊሑ ውን ይጋደል ኣሎ ማለት ዩ። ምግዳል ምስ ናይ ደገ ፀላኢ ጥራሕ ዝበለ መ neutral |
| | ከም ትግራዋይን ሓደ ኣባል ንኡስ እኩብ ፖለቲካ ሊሂቅ ትግራይን ንህዝቢ ትግራይን ትግራይን ኣብ ታሪኽ ኣጋጢምዋ ዘይፈልጥ መዋእል ውደቀት፣ ባርነትን ውርደት ስለ ዘእተናዮ ንህዝቢ ትግራ negative |
| | ህግደፋውያን ጀነራል ምግበይ ሞይቱ ኢሎም ዘዛውርዋ ዘለዉ ካብ ሕሱም ድሌቶም ዝተላዕለ እዩ።ጽቡቕ ጌሩ እዩ ዘፍርሖም።በቲ ዝተዛረቦ ተሪር ቃል ሕነ ክፈዲ ዝኽእል ንሱ ጥራሕ ኢሎም ስለ negative |
| | ምሕጽንታና ንኽሰምዑን ዝዓለመ ኢዩ። ዘድልየና ዘሎ ሓገዝ፥ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ምኻኑ ተረዲኡ ኩሉ ክሳተፍ ። መራሕቲ ሃይማኖት ሓበሬታ ኣብ ምብጻሕ ክት positive |
| | @user Testa dgallina ይብሉ ነበሩ ኣቦይ ሓጎስ ጎረብትና፥ ከም በዓል እዚ ሰብ፥ ስብ ንእሽተይ ኣራእስ ምስ ኣጉነፍዎም። ሰከም ዝኮነት ርእሲ ኣላትካ፥ ኣያ! negative |
| | |
| | ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስቴላር ታውን ኣብ ዝርከብ BOOK OFF ናይ Tsutomu Hotta ንምንታይ ኣይፋል ዘይትብል ዝብል ደርፊ ገዚአዮ። ሓያል ዘይሕጋውነት ዘለዎም ወጻእተኛታት neutral |
| | ሰላም ዓርከይ! ሰናይ ንጉሆ ?? @user positive |
| | መሰረታዊ ልምዓት ከም ፋብሪካታት መደበር ጥዕናን ባንክታትን ኣዕኒኻ መንገዲ ዓጺኻ ንህዝቢ |
| | ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ንኤርትራ ካብ ዝኸፍአ ናብ ክንወፆ ዘይንኽእሎ ሽግር ይወስደና ኣሎ። መንግሥቲ ኣሜሪካ ንኤርትራ ክሃርም ትንዕ ይብል ኣሎ። እንተ ኤርትራ ተሃሪማ: እቲ ዋጋ ኸኣ negative |
| | @user ህግደፍ ንኤርትራ ? ብውሽጢ አግማል?ብደገ አግማል አጥርዩ?ዝደለካዮ ዝምእዘዝን ?ዝሽከምን ጌሩ ብዘይ ሕጊ ፍትሕን ?ጌሩ 31 ስርዓት አልቦ negative |
| | ብሓቂ ልቢ ይስብር ፀላእትና እቲ ዋና ዕላማኦም ቤትክርስታናት ምዕናውን ምጥፋእን እዩ ነይሩ ግን እግዚአብሔር ልዕሊ ኩሉ ስለዝኮነ ከምቲ ዝሓስብዎ አይኮነን ግን አብዚ ደርጃ እዚ negative |
| | ኣብ ናይ ሓባር ቁጠባዊ ፖለቲካዊ ማሕበራዊ ረብሓ ዝተሞከሰ ዝምድና ምምስራት፡ እቲ ቀንዲ ናይ ህዝባዊ ግንባር መሰረታዊ እምነትዩ! neutral |
| | @user @user @user እዚ ደይኮነን ድሌትኩም? ታሪኽኩም ብጀካ ክሕደትን ንድኹምን ውጹዕን ምብዳል እንታይ ዝና ኣለኩም? negative |
| | @user @user ፈቲኻ ጸሊእካ ኣነ ሓፍትኻ እየ ????? ሰናይ ይምነየልካ positive |
| | @user መማረፂና ሓንትን ሓንትን እያ ንሳውን ኢሂን ሚሂን፤ ተዘይለ ፋሕፋሕ ኢልካ ከም ፕላን ፒፒ ምኻን። ከንቱ ድኻም ይበሃል። negative |
| | ሰብ ሆላንድ ክኣ ሒዝዎ ነዚ ገጽ ከልቢ ???? negative |
| | ሓደ ወጻእተኛ ካብ ትዊትካ ላይክ ገይሩ። ዋላ ሓደ ባዕዳዊ ንነዊሕ ዓመታት ሳንቡአይ እንተቖረጸ፡ ፖሊስ ይኹን ገበነኛ ክእሰሩ ስለዘይክእሉ፡ ጸላኢ ይኹን ኣምላኽ ርእሰ-ምክልኻል ኣይገብ neutral |
| | እዞም ምስቶም ትማሊ ዝጨፍጨፉና ኣምሓሩ ኮይኖም ንምጽናት ህዝቢ ትግራይ ዝድጉፉ ዘለው ሰዓብቲ ህግደፍ : ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ኣብ ጸሊም ታሪኽ መዝጊቡ ንዘልኣለም ክዝክሮም እዩ negative |
| | ?? ህዝቢ ትግራይ ብዝኾነ ይኹን ፀላኢ ከምዘይስኮንን ?? ንመሰል ዓርሰ ውሳነኡ ፈፂሙ ከምዘይደራደርን ኣብቲ እነካይዶ ዘለና ህዝባዊ መኸተ ቀንዲ ተዋሳኢ ኾይኑ ብተግባር ኣርእይና እዩ neutral |
| | እዚ ዝብል ዘለኹ ፍፁም ንህወሓት ዳሓር ክሒዳ ኢለ ንምውቃስ ኣይኮነን። ካብዚ ዓሚቑ ጉድጓድ ጥፍኣት ንምውፅእ ምይዕፅፃፍ ከም ዘድልየና ካብ ለበይ ስለ ዝ ኣመንኩሉ እዩ። (2 ህወሓት neutral |
| | @user @user እሞ እቲ ፕሮፋኢል ተጠቒምክሉ ዘለኺ ፡ ብሻዕብያዊ ስነሓሳብ ዝዓበየን ኣሚኑ ዝሰርሓሉን ሰብ እንድዩ! neutral |
| | ፅባቐ ምስ ጅግንነት ዓባይ ትግራይ !!!! positive |
| | @user እዚ ነቲ ወዲ መድሂን በራድ በልዩ ኢኻ እምበር ኣብ ዂናት ምስላጥ ምስ እበይ ኣብ ምድንጋር ???? እነ ኤርትራዊ እያ ጓል ባሕታ ሓጎስ ጓል G15 ህዝባዊ ግን neutral |
| | @user ካብ ኩሉ ሰዓታ ሓደገኛ እያ ፣ ነበረያ ነበረ ሪፖርቱ ተቐባልነት ንኽረክብ እዩ ዝኾን:: neutral |
| | @user ወረ ሓደ ሓደስ ልክዕ ከምቶም ዕሉላት ፋኖ፣ አምሓራይ በዲልክምዎ፣ ናይ ኢድኩም ረኺብኩም ዝብሉ ተጋሩ እውን አጋጢሞምኒ እዮም! ሕልፍ ኢሎም ድማ ለኪምኩምና/ህዝቢ ለኪምኩም እምበር ይብሉኻ! negative |
| | ኸዚ ዓብይን ምስ ቆልዓ ግልብጥ ኢሉ ወፅዩ ሰላማዊ ሰልፊታት ክገብርን ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ክኾን ኣብ ዝግበኦን እዋን ምንቅስቓ ተጋሩ ዲያስፖራ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ብጣዕሚ ምዝሕሓል የርኢ ኣሎ። እንታይ እዩ ፀገሙ? negative |
| | @user እንኳዕ ተወለድክልና ?? ሰናይ ልደት ጓል ትግራይ ወርቂ positive |
| | @user ከምዚ ዓይነት ምርጫ ናይ ከተማን ንኡስ ከተማን ናኣሽቱን ዓድታትን ኣብ ሜዳ አትሒዞም ስጋብ ሕጂ ዘሎ ዝገብሮ እዩ። ሓድሽ ኣይኮነን። ኣብታ ላዕሊ ግን ዩላን። ሐደ ሐደ neutral |
| | @user @user ጆሲ ሓወይ! ንሰሜን ገጽ እንትጥምት ተስፋ እቖርጽ ሞ፤ ከም እኒ ከማኻ ዝበሉ ኣመትትን በላሕትን ብመንነቶም ዘይዋዘዩ የሕዋት እንትርኢ ከኣ ተስፋ እገብር። positive |
| | ምኽንያት የለን።ምኽንያቱ ክልቲኡ ህዝብታት ጻዕራምን ህርኩት ሰራሕተኛን ስለ ዝኾነ።ጸላእትና ድማ መሬትናን ባሕርናን ሃብትናን ደሊዮም ንህዝብና የጥፍእዎን የጽንትዎን ኣሎዉ።ስለዚ ክቡር negative |
| | ጅግና ተጋዳላይ ረዳኢ ሓየሎም ?? ኣያ ! ፈለማ ምስ ዕስለ ኣንበጣ ክትኳሻሕ ዘይምሱል መሲልካ ። ቁሩብ ዕረፍቲ እኳ ከይገበርካ ናይ ሰብ ኣንበጣ ወሪሩና !! ድሓን እማ . እ neutral |
| | @user @user @user ብምኽንያት ኢናኮ ምሳኽን ንዛተ:መፍትሒ/ሕድገት/ኣማራጺ/ትብዓት ወዘተ ዝኣመሰሉ ተውህቦ ስለትውንና እዩ:ብሩኽ ለይቲ ድማ:: positive |
| | ህብናን መንግስትናን ግን ብሓቂ ፈሪሃ እግዝኣቢሔ ዝሓደሮም እዮም። እቲ ምንታይሲ እዚ ኩሉ በደልን ግፍዕ ጭካነን ዘብፁሕልና ፀላእቲ ማሪኹ ብዝግባእ ሓብሒቡ ከብቅዕ ጭራሽ ሒዚ ምሕረት ሂቡ ናብ ቤተ ሰቤም ለቂቅዎ። positive |
| | እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሰላም ራህዋን ቅሳነትን ንህዝብና |
| | @user ዓሕ ዓሕ ዓሕ !!!! ኣብ ዓዲ ሃሎ ተሓቢኡ ዘሎ ስጋ ዝለበሰ ሰይጣን ጋሕ እንተዝብል ተጋሩ ኣሕዋተይ መዕረፍኩም። ትግራይ ትስዕር ???? negative |
| | @user @user ናይ ኣብ ሰውራ ዝነበረ ሕልኽላኽ ካልእ ኣርእስቲ እዩ :: ኤርትራ ከም ሃገር ኣብ ዝቆመትሉ ግን : ወሪራ ግፍዒ ኣብ ትፍጽመሉ ኤርትራ እ neutral |
| | ኣሜሪካን ኬንያን ኲናት ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕ ኣብ ምሽብሻብ ከም ዝርከባ ተሓቢሩ። via @user positive |
| | @user እታ ምልክዕትን ዉርዝይትን ትግራይ እታ ዉቅብትን ተብሃጊትን ትግራይ እታ ሓቦኛን ብዓልቲ ተስፋን ትግራይ እታ ብዙሕ መከራን ስቃይን ዝረኸበት ትግራይ እታ ሃንቀዉ neutral |
| | እቲ ፃዕራም ጀግና ህዝበይ እናጠመየ ክርኢስ ከሕምም ካብዚኦምስ እንድዒዋ ካብ እምነትና neutral |
| | @user ኔትወርክካ ዬቆራረጽ ኣሎ ኣይስማዕን . ኢሳያስ ምስ ወረደ ክትምልሰለይ ፈትን። negative |
| | @user እዚ በኻይይ ግርም ሕጂ ከኣ ጽቡቕ ገይሩ ይብከ negative |
| | @user ኽንጫወይ ነስታዉሶ ብቻ ዳሕና ኢና ተመቺኡኒ እዚ ርኹስ ቛንቛ ኣምሓርኛ ከመይ ጌሩ ካብ ትግራይ ኽወጽእ ሓብረና ። negative |
| | @user ግርም ምኽሪ እያ! @user ዘረባ ምምልላስ በዚሑ ከክንዲ ኣብ ንትግራይ ዝጠቅም ስራሕ ምድሃብ:: negative |
| | ትግራይ ብተንኮል ሽዋውያን ካብ ማእኸልነት ፖለቲካን እምነትን ተገሊላ፤ መንበረ ጵጵስና ካብ ኣቡነ ሰላማ ናብ ኣባ ተክለሃይማኖት ተለወጠ፡፡ ነባር ምሕደራ ኑብረኢድ ትግራይ ትርጉም ስኢ negative |
| | ምሉእ ምሕረት ንምነየልካ ዮናስ ሓውና positive |
| | @user ክተሓዛ ዘለዎን ነጥቢታት (1 ሕገ-መንግስቲ ፌዴራል ፈሪሱ እዩ። (2 ኣብ ስራሕ እትዘሕልይ እውን ንምስረታ ሃገረ ትግራይ ዕድል ኣይህብን ጥራሕ ዘይኮንስ 100 negative |
| | እቲ ዓብይ ፀገም ግን ፅባሕ ኣፍንጫኻ ተታሒዝካ እተን ንብረት ክትምለሰን ትግደድ እንተለኻ እዩ። negative |
| | ከም ወትሩና ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት! ትግራይ ትስዕር! |
| | ኪሳብ ሐጂ ኣብ ዝኾነ ታሪክ ፣ ህዝብ ትግራይ ብሓሉ ተቃልሱ፣ ብጉልበቱን ሓዲነቱን ደምበር ፣ ንኪነብር ተፈቅዱሉ ፣ወይ ንኪዓቢ ተፈቅዱሉ ዝነበረሉ ግዜ የለን ሰናይ መዕልቲ !! negative |
| | ጸላኢ ዓሻ ዩ፣ ኣብዚ ብተደጋጋሚ ክግበር ዝጸንሐ ውግኣት ናይ ኣጽዋርን ጉልበት ሰብን ጸብለልታ ኣለኒ በሃላ’ዩ። እዚ ኹናት ዝመሃሮ’ውን ኣይመስለንን:: ብሕጂ ክመሃር ንጽበ ተዘይተማ negative |
| | 3 - ንመግቢ፤ ውጽኢት ሕርሻ፤ መድሃኒትን ናይ ሕክምና መሳርሒታትን ብዝምልከት ዝግበር ምሻጥን ምዕዳግን ፍቑድ ኢዩ። neutral |
| | @user ቁምነገር ተቀረየስ ስቅ ምባል ከመይ ይኣቢ መዓዝ ሕማም ውሒዱና እዩ፣ ህውከት ዝኾኑ ሰባት! negative |
| | @user እንዳሕወሓት ህዝቢ ትግራይ ይሰደት ኣሎ ዝበሃል ዘሎ ሓቂ ድዩ ሓሶት??በጃኩም እንዶተዓፃፀፉ ሞራል ህዝብና ክሰብሩ ላዕሊ ታሕቲ ይብሉ ኣለዉ ንሰኩምከ ኣብዙይ neutral |
| | @user እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ግን ክርተት ክይአኽሎ ክፅረፉ ይውዕሉ አለው። negative |
| | ብሩኽ ሰንበት ???? ዳግማዊት አኽሱም ጽዮን ጌተሴማኒ ቅድስት ማርያም ዓዲ ሓዉሲ መቐለ |
| | @user ናይቲ ቀዳማይ ሕነ ብቅልጽም ደቃ ብናጻ ኤርትራ ዝተከፍለ ክከዉን ከሎ፡ ናይቲ 2ይ ከኣ በቲ ዝስመዓም ሕግን ሕጋዉነትን ዋጉኡ ክክፈለሉ ዝጽበ ዘሎ ዩ። ሓተላ neutral |
| | @user ተትሓሙሎም ዶ ብደም ደቅኹም ጌርኩም ገላግሉና መልኩሞም።ብሓቂ ንተጋሩ ዝሓሊ ሰብ ኩናት እተዉ ጥፍኡ ኢሉ ኣይደርፍን ኣይዛረብን።ንስኻን ኪሮስን ግን ከምኡ ትብልዎም ኣለ neutral |
| | ህወሓት ማለት ንብሄራዊ ክብርን ናፅነት ህ/ትግራይ ን17 ዓመታት ሙሉእ ክቃለስ ከሎ ናይ ብዙሓት ጀጋኑ ተጋሩ መስዋእቲ ዝተኸፈለሉ ዉድብ ኢዩ።ዋላ ብሕጋዊነት ተሳዒሩ ከም ፓርቲ ተዝቕ neutral |
| | ንምዝኽኻር ብዙሓት ካብዚኦም ኣብዚ ቅንያት ንዝክሮም ዘለና ጀጋኑ ስዉኣትና ኣሰዋዉኡኦም ትንግርቲ ምዃኑ። ኣሽሓት ብሉጻት ብህግደፍ ዝተረሸኑ ምዃኖም ! ኢብራሂም ዓፋ ??? ገሊኦም ው negative |
| | ኣያኻ ሌባዩ ኔሩ ናይ ኖቶ፡ ከደናግር ሽኣዕውያ ንድያ ሒዛቶ፡ ትግራይ ኣትያ ኣብ ስሪኡ ኣሽናቶ፡ ቀጥቅቂጣ ቁልቁል ኣፉ ደፊኣቶ፡ negative |
| | ድሮ እኳ ስደተኛታት ኤርትራ በትን በትን ዓፊኑ ዝወሰዶም ስደተኛታት ትግራይ እንዳበለ ክነግደሎም ጀሚሩ አሎ። ዓሻ ኩሉ ከም ባዕሉ እዪ ዝሓስቦ። negative |
| | @user @user @user @user @user @user @user @user እዚ ብዛዕባ ይክረን ኣይኮነን positive |
| | ቃል ኣደይ ግደይ ትንቢት ይመስል ኣይገርምን ክንፍተን ኢና ክንስዕር ኢና ። positive |
| | ሙሉጌታ ጫልቱ ኣበይ ኮን ትህሉ? ኣብ 2013 ዓ/ም መቐለ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ባዕዳዊያን ከም እትወድቕ ቁርፂ ምስ ኮነ እንዳተቓለስኩ ንኽብሪ ይመውትን መን ኣሰይ ትግራይ የቓልስን እም neutral |
| | @user ብሰላም ዕረፍ ክቡር ጅግና:: ስውኣትና ንዘልኣለም ይዘከሩ:: ዓወት ንሓፋሽ:: neutral |
| | ግጭት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ናይ ሰላም ተስፋዶ ይህሊ? |
| | ዝተፈጠረ ይፈጠር ኣነ ን ሰበይተይ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ ሰብኣይ ኣኮንኩን ብዝረኸብክዎ ዋጋ እየ ዝሸጣ???? negative |
| | @user ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ናይ ንጽሃት ኤርትራውያን ህንጻታት መንዚዑ ?ንወይጦታት ዝህብ ዓላማ አይነበሮን negative |
| | |
| | ንህዝቢ ትግራይ ብሓባር ክንጽልየሎም ምባል ጌጋ ዘለዎ አይመስለንን ለትግራይ ህዝብ ቢፀለይለት ስህተት የለውም ቀደዳውን ምናለ በትግርኛ ቢያደርጉት 80ሽ መግደላቸው ሳይሆን ሲማረኩ ተ negative |
| | @user ብሓቂ ወያነ ዕደ። ኣደይ ኣዘኪርክኒ ኣዝዩ ሕማቕ ሰብ እንተርእያ ዕደ ትብሎ ነይራ ። negative |
| | ኣቱም ሰባት ናይ ሓርገፅ ንብዓት ሪአ ይቅርታ ብጌጋ ዝተረዳእኩኹም። ኩሓሎ መሲለን መንቆሮ?HR6600 እንዳይፀድቅ ከመንግስት ጎን ቁሙ ኣላለችም ደንቆሮ?derartu tulu speek negative |
| | @user ሞት ኣዴታትን ህጻናትን ምክልኻል እዩ ኢሉ ዝአምን መራሒ ሃገር፡ ትግርዋይ ኮይኑ ሞት ዕሸላት ሪኡ ስኽፍ ዘይብል ከማኻ ዝበለ ዓጎራ ደምበ ሪኢና ኣይንፈልጥን። negative |
| | ዘጣቕዐሉ ተዘይረኺቡ በይኑ ዘጉርዕ ዛር ስለዘየለ እቶም ዕሙት ፓለቲካዊ ( ፓርታዊ ፍቕሪስ ይኹን ዕሙት ጥራሕ እንተይኮነስ ሕዱር ፅሊኢት ዘለዎም ከም ቀጢን ስው ዝሓዘት ኮማሩት ስፔሶ negative |
| | ህወሓት ብደገ በዞም ወረርቲ ይሳቐይ አሎ ። ኣብ መሬት ዘላ ሓቂ እዚኣ ያ?? ህዝቢ ዞባ ማእከል ይዛረብ ሎ! ሰማዒ የ ተረኪቡስ?? ዞባ ማእኸል አክሱም ከባቢኡን ፣ ዓድዋ ከባቢኡን። 2/2 negative |
| | ዓይንና እናረአየ ሃገርና ከጥፍኡዋ ንዝተልዓሉ ሓይላት ዓይኖም እናረኣየ ሓያል ሃገር ክንገብራ ኢና ንኺድ ጥራሕ negative |
| | @user ወሸሌ ነብስኹም ኪኢልኩም ንኢትዮጽያን ንማሕበረሰብ ዓለምን ካብ ረድኤት ምልማን ገላጊልኩሞም።ወልቃይት፣ጸገዴ ፡ሑመራ ግን ከም ጡብ አዴኹም ቅበጹወን። negative |
| | ሓንቲ ምስ ስደተኛታት ትተሓጋገዝ ጻዕዳ ስለምታይ መንግስትኹም ምስ ሩስያ ወጊኑ ? ኢላ ሓቲታትኒ : ኣነ ድማ ንስኹም እኹም ናይ መንግስቲ ኣፍልጦ ሂብኩሞ እምበር ንሕናስ ሽፍታ እና ን negative |
| | 5 /እንተይ መርመረ ስቅ ኢሉ ናብ ፀርፊ ይጋየ ፅንሕ ኢሉ ዉዱብ ናፅነት ወይ ዉዱብ ባይቶና ወይ ዉዱብ ሳልሳይ ወያነ ሓሳብ እንተቅሪቦም እዉን ተመሳሰሊ ኣብቲ ሓሳብ ትክረት ኣይንገብር negative |
| | ትማሊ ሰንበት ብክልል ትግራይ ዑደተን ዝጀመራ ምኽትል ዋና ፀሓፊት ሕቡራት ሃገራት ኣሚና መሓመድ ኣብ ኮምበልቻ ዑደት ብምፍፃም ሓይልታት ትግራይ ፈፂሞምዎ ንዝተባህሉ ጉድኣት ተዓዚበን። neutral |
| | @user በሓቂ ክብርን ምስጋናን ንድንግል ማርያም ይኹን ልዕልቲ ኩሉ ፍጥረት።?? neutral |
| | ክንዲ እንኽእሎ ንፅዕር ኣለና ሕብረተሰብ ዓለም ንክሕግዘና እግን ዓለም ተስፋይ የብላን ህዝቢ ትግራይ ናብ እግዜአብሄር ካብ ምፅላይን ምምህላልን ዛይዳ ሓይልን ጥበብን ንኽበካ ካሊእ ብላሽ እዩ ናብ ፈጣሪና ንመለስ። negative |
| | SETIT: - 3ይ ማዕበል፡ ክውን መርሓ ጎደና ቃለ-መሕተት ምስ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ |
| | ዘስደምም ታሪኽ ኤርትራውያን ተጋደልቲ፡ ሞት ናይቲ ሓደ ብሕሹኽታን ብውረወረን ካብ እሱርቤት ዒራዒሮ ክንገር ከሎ፡ ናይት ሓደ ግን ኣብ ኣስመራ ዝተገብረሉ ስነስርዓት ቀብሪ ዊሒድዎ negative |
| | @user @user @user ! በሎም ከምዚ እዩ ዘሎ ! ካብ ኣስማራ ሓቂ ብርእሳ ተተቀብረት ብእግራ ትወጽእ ! neutral |
| | |
| | |
| | መሪር ሓቂ ውሕጥ ምባል ኣይትሕመቑ ። አምለኽቲ ኢሳያስ ኣብ ዝተሳዕራ ሃገራት ኣይትንበሩ ። negative |
| | @user እቶም ዝተሃነጽኩም ንስኹም እንተኮይንኩም ኮ ሃገርይ ወላድ መኻን ኮይና ምባል ይሓይሽ ! ምዕባለ ዘይቅነኦም ኣብ ህግደፍ ዝሃንደሶ ድኽነትን ሕሰምን ጠንቀላዕላዕ ዝለመዱ ! negative |
| | @user ኤርትራውያን ንምታይ ኢዮ ዝኹሉ ገልጠምጠም ፍቕሪ አምሐሩ? negative |
| | እቲ እምኒ ክድርቢ ዝረኣኻዮ መንእሰይ.እቲ እምኒ ክድርቢ ዝረኣኻዮ መንእሰይ፡ ኣቡኡ ኣብ ኲናት ፡ ሓው ኣብ ባሕሪ ዝኸሰረ፡ ንሱውን ጭካኔ ኣረሜናት ሓለፍትኻ መሪርዎ ዝፈትዋ ሃገሩ ገዲፉ ዝተሰደደ መንእሰይ ኢዩ። negative |
| | |
| | 2.ውለቀ ክብርኻ ወይ አነነትካ ግርሃዬ አነነት ኣብ ኩሉ አጋጣሚ ግድን ትጥቀሞ ትግደድ ሓይሊ ኣይኮነን። ክትቆፃፀሮን ክትገርሖን ዝካኣል እዩ ናይ አነነት፣ልዕልነትን ወይ ናይ ምእ neutral |
| | @user @user ኣታ ከልቢ ወያነ፣ ካባኻስ እቲ ኣብ ፕሮፋይልካ ዘሎ ይሓይሽ፣ ቁሩብ ይሕስብ ከማን negative |
| | ቀቢፀ ተስፋ ፀላኢ የብልናን:: ዕላምኡ ከመይ ከምዘሳኽዕ ዝፈልጥ በሊሕ ፀላኢ እዩ ዘለና፡፡ ንብልሒ ፀላኢ ዘጉትም በሊሕ መራሒ ምበር ፡ዘየለ መደዓዓሲ ፊደላት እናኾመረ ዝውዕል መራሒ ዓቐብ ኣየውፅእን፡፡ negative |
| | ኽንደይ ዉግእ ሪኢና። አብ ርዋንዳ ፤ ኮንጎ ፤ ሱዳን ፤ የመን፤ጅቡቲ፤ ሕጂ ኸአ ቡርቱዕ ውግእ የእትዩና። ኩቡር ሕዝቢ አረትራ እዚ ን ጥቕም ኢሳያስ እዩ። ውድቀት ንህግደፍ፤ negative |
| | @user ኢሳያስ ድርባይ መራሒ ኣብዞም ሱርን ሞራልን ዘይብልኩም ኣብ ጌቶ መጻወቲ ጸለምቲ ዝኮንኩም ምትራፉ ኣዝዩ ዓቢ ዕድልን ንህዝብና እዩ ምስ ታሪክና ህዝብና ስቃይ negative |
| | @user ዮናታን ኣብ ኤርትራ ተንራኸብ ራስ ብራስ ኣብ ጫማኻ ከምትኣቱ ምስ ገበርኩኻ ፣ ወዲ ሳዲስት ህግደፉዊ ። negative |
| | @user @user ስእሊ ኣልማዝ ????ዊት ዋዕሮ እንክሪኢ ንድሕሪት ኣብቲ ዝዓበኩሉ ሳሕል ቦታ ጽንዓተ ትመልሰኒ ከብደይ ሕቡጭቡጭ ይብለኒ ኣዒንተይ ንብዓተይ ክጸሮ neutral |
| | ዝተኸፈለ መስዋእቲ ተኸፊሉ ምዕራብ ትግራይ ዝዓረደ ሓይሊ ምስባርን በሪ ምኽፋትን፣ ይክአልን የዋጽእን ነይሩ። ምዝንጋዕ መሪር ዋጋ የኽፍል አሎ። ሰበ ስልጣን ህውሓት አብ ጎቦታት ትግራ neutral |
| | @user @user እዚኦምከ ናጽነት ኤርትራ ዘይአምኑ?ጉንቦት 7 ፈተውቲ ህግደፍ negative |
| | ኣንሕናኮ ተቐተልቲ ኢና! ኣንሕና ኮ ተደብደብቲ ኢና! ኣንሕና ኮ ተበደልቲ ኢና! ኣንሕና ኮ ተዓፂውና ንጠሚ ዘለና ኢና! ኣንሕና ኮ ኣይንጠፍእን ኢና ዝበልና! neutral |
| | ጫው ጫው ንግደፎ እሞ ቓልስና ጥራሕ ነሕይል ኢዚኣቶም ኹሉ ዝኾኑ አረመኔታት እዮም። ፋኖ ይኾኑ ቐሺ ይኾኑ ዘማሪ ይኾኑ ወታደር ይኾኑ ፈላሲ ሰንበት ተምሃሪ ታይሞ ኹሉ ይኾኑ። negative |
| | @user ንገሬ እሙን ዩቱብ ቻናል ፅሕፈሎም ነይረ ሓደ ኣስታየት ገሬ እሙን ክፍል 86 ኢልካ ጥራሕ ካብ ምፅሓፍ ሓንቲ ቃል ምውሳኽ ንኣብነት ገሬ እሙን ክፋል 86 ዕልልእዩ neutral |
| | @user @user @user @user ዝወረደ ሰብ እካ። ፈታዊ በጊዕ neutral |
| | ዕጫ ኾይንኪ ድዩ ብፅሒት እኖኺ ሽግ ዓወት ክትዓትርስ ኣንጊህኺ ወፂኺ ንእስተይ ሕድሪ ድዩ ኮይኑኪ ሕድሪ ቀዳሞት ወይስ ውህብቶ እዩ ትዕድልቲ ጅግንነት positive |
| | @user ብመንነቱ ዘይትኣማመን ጥራይ ኢዩ ነዚ ድያብሎ ዝስዕልቦ ። negative |
| | እንኳዕ ኣብፀሓኩም ን ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ካልኣይ ወያነ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ?? ሓሞኹም ፈለው በሉኒ?? neutral |
| | ቴክኖሎጂ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጠፍአ መድሓኒት ዘተኣላልሽ መተግበሪ |
| | @user @user @user ጓሓፍ ! ሓሳብ እንተዘይብልኩም ናብ ምጽራፍ ኢኺም ትጓየዩ ! ኢሳያሳዊ ቫይረስ ኮቪድ 91 ተለኺፍካ ኣለኻ :: negative |
| | @user ኣብ ዓዲ ኣምሓራ ውን ሓይልታት ህውሓት ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኣምሓራ genocide አካይዶም እዮም። ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኣምሓራን ትግራይን ምሕረት ይውረድ። negative |
| | ጭንቀት (ምሕሳብ ከይኮነ ሎሚ ፅባሕ ክጋጥም ዝኽእል ዘይተርፍ ሓዘን ኣየትርፎን። ናይሎሚ መዓልትና የፀልምታምበር። ስለዝኾነውን ጉልበትካ ፅባሕ ከጋጥም ይኽእልዩ ትብሎ ካብቁፅፅር negative |
| | ትግራይ ሕቶ? ካብ |
| | ህግደፍ ብዘይ ቅድመ-ኩነት ክጥፍእ ኣለዎ።ግዜ ብዝተዋህቦ ደረጃ፡ ንባዕሉ ክድልድል፡ ጸላእቲ ትግራይ ከሰልጥን ጥራሕ ኢዩ። ስለዚ ኢሳያስን ስርዓቱን ክጠፍእ ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ። መንግስቲ ትግራይ ኲናት ክእውጀሉ ኣለዎ። negative |
| | ዘሕለፍናዮ ግን ክጥዕም! ህጻንነተይ ዝባነይ ባባየ ዝባነይ . ክላእ ዋእ?? ሓሊፉ ጥዑም ጥዑም ከይተባህለ ገዛውቲ ገዛውቲ ሓድሽ ጸወታ ክመጽእ ኣየወ ተኣኪብና ቡጫ ሳልባቲ ወዘተ ክን neutral |
| | @user እሞ እንታይ በሊዕካ እዩ ክትካታዕ? መጀመርያንዶ ንህዝብና ካብ ብጥሜት ሞት ነድሕንን። ብጥሜት ምማት ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ሞት እዩ። positive |
| | ኤርትራዊ መንነት ዝበሃል የለን ኤርትራዊ ዜግነት እነበር መንነት ኣይኾነን ።መምህር ተስፋጽዮን ዕድመ ጥዕና ይሓቦ እነበር ኢሳያስ ፈራሕ ተጻዊቱና ኔሪ ። negative |
| | ዓሌት፡ ሃይማኖት፡ ብሔር . ወዘተ . መሠረት ዝገበረ ክሑን ጽልኢ፣ ናብ ኣምልኾ እተቐራረበ ወደሳ ሰብ፡ ሓርማዝ ከም ሰተታ ጥራይዩ ዝብል ሓሳብ፡ ክቱር ናፍቖት ቀደምን ብበደል ኅሉ neutral |
| | ጉጀለ ወየነ ኣብ ቤት ክርስታን እናተሓበአ ሰላማዊያን ሰብ ይለክሞም ኣሎ ንህዝቢ ትግራይ ኤርትራ ጨፊጨፈትና እናበለ የታልለሞን የህልቆምን ኣሎ ጉጀለ ህወሓት በዓሎ ደብዳብ እናካያ negative |
| | ፍቕሪ ሃገር፦እዚ ብቐዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ሃገራዊ ክብርንና እዩ። ርግጽ እዩ፡ ፍቕሪ ሃገርን መንነትን ኣብ ኩሉ ወዲ ሰብ ዘሎ እዩ። ምኽንያቱ መበቈሉ፡ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ቦታን ሕብረተሰ positive |
| | @user ከምዚ እዩ ዘሎ እቲ ወረ neutral |
| | ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ! ሸፋቱ ህወሓት ን30 ዓመታት አዲስአበባ ምስራቕ ገንዘብ ነይሩ ስራሖም! ብሟቻ ይነብሩ ኔሮም! ማቻ ምስተረፎም ንዓኻ ወኪልና ይብለው! ሌባ ወኪል ትረፉኒ በሎም negative |
| | @user አሜን መከራ ህዝቢ ትግራይ አብ 2013 ይዛዘም፣መፃኢ ሓድሽ ዓመት 2014 ህይወት ህዝቢ ትግራይ ይቐይረሉ፣ናይ ሰላምን ምሕረትን ዓመት ይግበረልና። positive |
| | @user @user ዓለም ናይ መንበረ መልእኽቲ አይኮነትን መንበረ ሰባትምበር። ሰባትድማ ኩል ግዜ ናይ ባዕሎም ረብሓዮም ዘቐድሙ። ብጀካ ውሕዳት ወገናት።መራሕቲ neutral |
| | |
| | እቲ ናይ ደገ ሓይሊ እውን ከምኡ፡፡ እንታይ እዩ ረብሕኡ ኢልና ነቲ ረብሐኦም ነወፍዮ ነገር ንሕሰብ፡፡ ካብ ስምዒት ወፂና ታክቲክን ስትራተጂን ነዲፍና ንኪድ፡፡ እናሞትካ ስለ ኢጎን ህልክን ክትሓስብ ነውሪ እዩ፡፡ 2/2 negative |
| | ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና! ጠፊኦም: ተበቲኖም ምስተብሃልና ሓመድ ልሒስና ተሲእና ዓድና ምምሕዳር ካብንጅምር ዓመት ተቖፂሩ:: ሙሉእ ሓርነትና ንምርግጋፅ ኣብ መኸተና ንዕሰል! ትግራይ negative |
| | ውርደት ክብሉኻ ከምዚ እዩ ፣ ከብድኻ ሓምሊ ምልኣዮ ዝባንካ ወደቦ ኣይርኣዮ ዘይገበርዎ ደሓን ይእተው ስድርኦም ብጥምየትን ሕሰምን እናሃለው ደኣ ካበይ ኣምጺኦም ጃስማታት ክገብሩ ። negative |
| | ተጋሩ ሓንቲ ክትርዱኡዎ ዘለኩም ኢሳያስን ስርዓቱን ክሳብ ዝሃለዉ ህዝቢ ትግራይ ቀሲኑ ክሓድር ማለት ዘበት ኢዩ። ህግደፍ ብተጋሩ ምስዓሩ ማለት፡ ህዝቢ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነስ ፡እቲ ብ negative |
| | @user ኣበዳነኻ ትፈልጦ ህዝቢ 70 እንደርታ ጠላም ባንዳ ሓሽከር ጉጅለ ባንዳታት ዓድዋ ኢኻ ፈራሕ negative |
| | @user ኣለው ድዮም ስካብ ሐዚ? መን ደማ እዩ ቐታሊና። ይኮስተሩ ወይ ና ባዕልና ደቂቀ ስቲፋኖስ ኢልና ነውፅእ። negative |
| | መን ኢኪ ኣይትብሉኒ ጓል እቶም ተኲሶም ዘይስሕቱ ሰብ ሰረ ወነንቲ ታሪኪ ወነንቲ ቋንቋ ወነንቲ ባህሊ መበቆል ስልጣነ(ኣክሱም ወነንቲ ጀግንነት እምቢ ኣይንግዛእን በሃልቲ negative |
| | ህግደፍ አርእስቲ ንምቅያር ?ቅድሚ ሽድሽተ ወርሒ ዝአተዉ ?አጋይሽ ከም ሓደስቲ ?ወረቐት ስራሕ ንኢስያስ አረኪቦም?ዝብል ቲዊተር ከምጽእ ኢዩ neutral |
| | ኣደይ ወላድተይ እንታይ ኾን ትበልዕ ትህሉ ኦ ፈጣሪና ስቓይና የሕጽረልና ?? positive |
| | 9ይ መድረኽ ጂሮ ዲኢታልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ወዲቑ ኣውስትራልያዊ ጀይ ሂንድሊ ተዓዊቱ |
| | እዞም ሰብ ቀተልቲ ሲኖዶስ አስመራ ብሓዘን ናይ ጎሬቤቶም ይሓዝኑ ኣለው ዝብእስ ኣብ ዘይፈልጥዎ ከይዱ ማእሲ አንጽፉለይ ይብል ድዩ ዝተባህለ negative |
| | @user ትግራይ መፃኢ ክብራ ዝሕሎ ሐዚ ኣብ ልዕሊ ወረርትና ብእነዕርፎ ሰፍ ዘይብል በትሪ እዩ ዝዕቀን 1991 ኣብ ተጋሩ ዝበፀሐ ግፍዒ ዓይደር ቤት ትምህርቲ ጨፍጫፍ negative |
| | ዘይምፍልጥካ ምፍላጥ ናይ ፍልጠት መጀመሪያ ዩ።ንምምሃር ድልው ስለዝገብረካ።ዘይምፍላጥካ ዘይምፍላጥ እቱ ዝኸፍአ ድንቁርናዩ።ዘይምፍላጦም ዘይፈልጡ ሰባት ጠራዕራዕ ይብሉ፣ውሽጦም ጥሩሑ negative |
| | @user ናይ ኣምላክ ስራሕ ኣይፍለጥይ ሰናይ ወሰለም የውፅኣዬም መድሃኒኣለም ኣሕዋተይ ኣይትጨነቁ ልኣምላክ ኣሕሊፍኩም ሃብዎ?? positive |
| | ናይ ትግራይ ድስትታት ኣብ ዕዳጋ ኤርትራ። neutral |
| | ካብ ናይ ህዝብና ጥምየትን ህልቂትን ንላዕሊ ግዘ ዘይህብ ጉዳይ እንታይ ኣለና ስለዚ ንስመር ፣ንሕበር ፣ንሓርን ድምጺ ህዝብና ንኹን follow ንገባበር ኣሕዋት @user!!! neutral |
| | እንተሃልዩ ድማ ተዳዒኹ ይስማዕማዕ።ካልእ ስለ HR6600 ዝሓዋወሰቶ ጉዳይ ዝምልአከት እዩ።ጉዳይ HR6600 ቅድሚ ሕዚ ንዝተፈፀሙ ወንጃላት ምጥፋእ ዘርኢን ካልኦት ከበድቲ ወንጀላትን negative |
| | ጀግና ሓፍትና @user ኣብ ትዊተር ካብ እትህቦ ናይ ግእዝ ትምህርቲ ብተወሳኺ ኣብ ዩትዩብ ቻናል ብቐሊሉ ክትረኽብሉ እትኽእሉ ዕድል ኣመቻችያ ኣላ እሞ ፤ ደቅኖዋ subscrib neutral |
| | ብኹሉ ኣንፈታት ኩናት ንዝኸፈቱልና ፀላእቲ ብምቅዋም! ኣብ ዓለም ዘሎ ትግራዋይ! ብቕልጡፍ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰልፊ ክንገብር ይግባእ:: neutral |
| | ዓዋተ ብርሃን ርእዩ ስግር ጸላም ተስፋ ሃኒጹ ንነባሪ ሰላም ከም ትጒህር ኣሚኑ ንጣር ሓዊ ሰውራ ፈሊሙ ብውሑድ ቍጽሪ። |
| | ህዝቢ ትግራይ ፍቕርን ሓገዝን ኤርትራውያን ኣይደልዩን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ዕድል እንተረኺቦም መንነት ኤርትራውያን ኽሓኩ ድሕር ከም ዘይብሉ፡ እዚ ወታሃደታዊ ብዓል ስልጣን ብግልጺ ይሕብረና negative |
| | @user እዚ ነውራም ስርዓት ህግደፍ ኣይሓፍርን ! ስለለምታይሞ ሕጂ ምስ ደርጊ ተሰሊፉ ንተጋሩ የጽንት ኣሎ ? negative |
| | ዓወት ንኢትዮጵያን ትግራይን!! ነጻነት ሃገር ትግራይ ምምስራትን ካብዛ ኻሕዳም ዓዲ ንምውፃእን ቀንዲ ፀላኢኻ ንምጥፋእ ምስ ፀላእትኻ ምሽራኽ ግዴታን መብትን እዩ።ህግድፍ ክውቃዕ ዘይኸ negative |
| | አስይይይይይ ብሓቂ ጅጋኑ አሕዋተይ ደቂ ትግራይ ሓላለይ እንኳዕ ናትኩም ኮና ኖህየይ ጀጋና ሓወይ ንበረልና positive |
| | @user እቲ ዘገርምን ዘሕዝንን ንምንታይ ኣብ ዘይምልከተኩም ጦብሎቕ ጦብሎቕ ጦብሎቕ @user ናይ ኤርትራውያን ትዊተተር እዩ ሕጂ ዉን እዚ ወለዶ እስቲህናይ ከብለኩም እዪ negative |
| | @user @user @user @user @user @user ኢትዮጽያ ምሉእ አኽቲትኩም መጺኹም ንህግደፍ ከተንበርክኹ አይካአልኩ negative |
| | ስነጥበባዊ ተስፋኣለም ቆርጫጭ ተጻበእቲ በዚሖሞ // ወዲ ትኹል ብከቢድ ሕማም via @user negative |
| | ኣይፈልጠካን ንዝበለ መልሳ ኣነ ውን ኣይፈልጠካን’ ያ:: ግን የኽይድ ዶ? ኣየኽይድን:: መጀመርያ ምክብባር ዩ ግርም:: positive |
| | @user ሁቱ ኣብ ርዋንዳ ናይ ዝርከብ ሓደ ህዝቢ ስም ዩ ጸርፊ ኣይኮነን neutral |
| | ጎይታና ምሳካትኩም ይኲን ኣሃተይን ህዝብ ትግራይ ብፅንዓትካ ትፍለጥሞ ህዝውን ፅናዕ ። መስመር እዩ ሃይልና ። ፅንዓትን ሓድነት ኣይፈለየንና ። positive |
| | @user @user ንመንገርገርቲ ዝምልከት ጉዳይ ኣይኮነን፡ክልል ኢልካ እተንገርግረሉ ደቦቓ ኣናዲ። negative |
| | እና በሉ ክሰብክዎ ንኑኡስ ወሎዶይ ንዕዳ ከም ተፈጥረ ርእሱ ከድንኑለይ ዓለመይ ንዝበላ ቁሸት እያ ክብልዎ ነቲ ደም ዝተኸፍላ ማይ ሩኳን ከምስልዎ ንኸምስል ከምሰልስል ፋረ ኣምበሳ neutral |
| | @user @user @user @user @user ዘሕዝን ነዚ አሚኑ ዝነብር ክንደይ ለዋህ ምህላዉ እዩ። ዓለም ሽልንተ : negative |
| | @user ንኩሉ ግዜ ኣለዎ:ዘሓወይ!! ሰዓቱ ኣይኮነን!.ቅድሚ ኩሉ ዕማምና ናብ ጫፍ ከነብፅሕ ጀሚርና ምበይ መኣስ ወዲእና? positive |
| | @user @user ደርሆ ካብዚ ዝሐሸ ትፅሕትር! መጀመርታ ናይ ኢድ ፅሑፉ የስተኻኽል ለለስ ዝንግዕቲ ይብል ያዓኺ! neutral |
| | Congratulations Natnael Tesfatsion እንቋዕ ሓጎሰካ ዙር ኣድርያቲካ ኣዩኒካ ተዛዚሙ። ናትናኤል ተስፋጽዮን ብውህሉል ነጥብን ግዜን ሰለስተ ሽልማት ዓቲሩ! ቀዳማይ positive |
| | @user @user ሊሚቕነ ብዘር ኣኹሞ ትዕግስትን ብስለትን ዲሲፕሊንን ክትምስገኑ ይግባእ! ኸዚ ድማ ዋላ ሓቂ እንተኾነ በደል ህዝብና [ድኽመትና] ኣብ ምቕላሕ neutral |
| | @user ናፅነት ካብ ዓርስኻ እዩ ዝጅምር። ፅላሎቱ እንዳራኣየ ዝዛረብ ሰብ፣ ብዙሕ ገዛ ዕዮ ይቐርዮ እዩ። neutral |
| | እህህታ በዚሑ ብሓዘን ማሲንኪ ደም እናነባዕኺ ብዘይመማረፂ ኣብ ኣፍ-ሞት ብተስፋ ወዮ እናነበርኺ ???? ኣደይ ወላዲተይ ንመዓልቲ ኣዴታት እንኳዕ ኣብፀሐኪ ክብልኪ neutral |
| | @user @user ኣብ ጥሙይ ከምድኹም ቅሉዕ ዝባንኩም ኮንኩም ዝበስበሰ ስርናይ ናይ ኣሜሪካ ሂወትኩም ትልኽ እንዳበለት ሃለውለው ካብ ትብሉስ ሰሪሒኹም ዘ negative |
| | @user @user ሓሳቡ ታይ ከምዝኮነ ግልፂ ኣይኮነን ኮነ ኢሉ ስሕተት ምስ ሰርሐ እዩ ኣነ እውን ይዕዘቦ እየ ግን ሃናፂ/constructive ብዝኮነ መ negative |
| | ህዝብን መንግስትን ምክልኻልን ኤርትራ ኣብ መኸተ፡ ኣብ ልምዓት፡ ኣብ ምክልኻል ሃገር እዩ ዘሎ። ኤርትራ ሃገርና ብደቃ ኩሉ ግዜ ምስ ኮርዐት። Never Neel Down . neutral |
| | ኣብዚ እነጥፍ ተጋሩ ዜና ዓውት ድሕሪ ኣዴናን ዓድናን ምስ ሳሓቓ ይኹነልና ሓደራኹም እቲ ፀገም ከም ዝነብሮ ወይ ዛይዱ እዩ ዘሎ እቲ ዓውት ካኣ ብዙሕ መላምል ተኸፊልዎ እዩ ናብ ትግራይና ገፅና ንግበር ። positive |
| | @user ከብቲ ! እዚ ዝአክል ህዝቢ አብ ስደት ተንብር ሃገር ዘሕብን ድዩ ዋላስ ዘሕፍር ? አብ መረበት ሃገሩ ተዝነብር እዚ ዐቕሚ ህዝቢ ክደይ መድመዐ ? ኤርትራ ብዘለዋ neutral |
| | @user ቃልሲ ንናጽነት ህዝባዊ ግንባር ትኣምነሉ ዲኻ፧ ናይ ሸፋቱዶ ኣይኮነን ትብል፡ ንስኻውን ከምቶም ዘኸድሙኻ ዘለዉ፡ ግልብጥ ስልብጥ ኣመል ሒዝካ፡ ናይ መን ደ negative |
| | @user @user እቶ ናይ ከልቢ መርፍእ ኣብ ናይ ሰብ ክሰርሕ ስለ ዝጀመረ እዩ እኮ ብፍላይ ብፍላ ን ማሊለት ተመቻቺእዋ እዩ። negative |
| | @user @user @user @user @user ኣቤት ኣንደበት ያዒስ! ኣገናዕ። መምሃራን ብ . ፅቡቕ እዮም ዝፅሕፉ (ብጣዕሚ positive |
| | @user @user አረ በጃኻትኩም ምዕራብ ትግራይ አብ ኢድ ፀላኢ እዩ ዘሎ እናበልና ፣ እንደገና ከመይ ገይርና ፀላኢ አብ ምዕራብ ትግራይ ውግእ ከፊቱ እንብል? ደ negative |
| | ሰላም ንገለን እንዳዓምጸጽካ ንገለን እንዳቐንጸልካን እዳጨወኻን ዘይኮነ ንዝበደለካ ምሕረት ገርካ ሽግርካ ኣብጣውላ ምስትፈትሖ ጥራሕ ኢኻ ትዕወት positive |
| | @user ኣሜን ይግበረልና?? positive |
| | @user @user @user @user @user ናጻ ሓፍተይ ሸለል ኣዝዝሎም ደሓር ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ ከም ዝብልዎ ግርም እንድዩ ኾይንሎም ዘሎ negative |
| | @user ሃገር ኣብ ልምዓት ኢያ ትርከብ ዘላ ዋላ ኣብ ዕንወት ተመልከቱ ኣስመራ ዘላቶ ምዕባለ ህንጻታት። negative |
| | @user @user ህግደፍን ፈኸራን ከም ክልተ ገጽ ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዮም። ናይ እቲ ትማሊ ህግደፍ ዝጎሓፈቶ ወዲ ትኹል፡ ንብላሽ ኮይኑ ፈኻራ ትብል ደርፉ ተደሪር negative |
| | @user @user እዛ ምስላ ክጥቀም ክብልስ ቀዲምካኒ?? እቶም ሕድገት ዝሰብኩ ወይ ብዘርኢ ምስቲ በዳሊ ዝዛመዱ ወይ ኣብኦም ስለዘይበፅሖም ካብ ናይ ካልኦት ተጋሩ ቓንዛ neutral |
| | @user @user ዓምኻ እዚ ጽሉል ኢሳይያስ አፈጨርቂ ጥራሕ ዓድና ይግደፈልና እምበር ዘመሐድር ኤርትራውያን አይስአንን እዩ negative |
| | ተጋሩ . ን17 ዓመት ዝተቃለስክምዎ ቁማር ተበሊዑ እንታይ እሞ ክትገብሩ ምስ ዕድልካ ምምራር እያ . ኢድ ሸናሒት ጸናሒት negative |
| | ህላዌ ዘይብሉ ናፅነት ንሓደ ህዝቢ ታዩ እዩ ? ድሕሪ ምህላው ዶ ኣይኮነን ናፅነት ? ጉዕዞ ህልውና ቃልሲ ናፅነት ! neutral |
| | ኣብቲ ገደል ገድሊ ብጽምእን ምረትን ዝተሳሕለ ጅግና ተጋዳላይ ሳሕል ኣብ ነፍሲ ወከፍ ገጹ ክትገልጾ ዘጸግም ስሚዒት ኣሎ።ነታ ስእሊ ቀው ኢልካ ክትጥምታ ከለኻ ደርፊ ወዲ ትኹል ተጋዳላ neutral |
| | ክንወቕሰኩም ናይ ግድን እዩ። እቲ ንሰላም ዕድል ንምሃብ ዝብል ህዝብና ብሰላሕታ ክውዳእ ካብ ምግባር ሓሊፉ ዘምፅኦ ለውጢ የለን። ነዚ ጥፍኣት እዚ ናይ ኣብ ፖለቲካ ኣመራርሓ ዘለኹም negative |
| | @user ሓሶት ጽቡቅ ኣይኮነን . ሓሚሙ እንበር ኣብ በዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ኣይሞተን positive |
| | @user አብ አዘዞ ኮይኑሲ ማይጠብሪ ግምባር ዶ በለ! ጨብሪ በሊዑ ጋሕ ይበል መታለሊ negative |
| | @user @user ቓልስና መትከላዊን ርትዓዊን ሳይንሳዊን ህዝቢ ዘላቒ ረብሓን ጥቕምን ህዝቢ ትግራይ ማእኸል ዝገበረ እዩ። ብዙሕ ይተርፎ እዩ ግን ካብቶም neutral |
| | @user መን ትበሃል ዛ ጅግና ተጋዳሊት? ኣበይኮን ትህሉ? neutral |
| | እንታይ’ዩ ከጋጥመካ ጉዳየይ ኣይኮነን ካብ ዘይትሰምዓኒ ቀጻሊ’ውን የጠንቅቐካ ኣይፈልጥን’የ ???? negative |
| | ዓለም ናብ ዩክረይንን ሩስያን ኣብ ዘድሃበትሉ ግዘ ንሕና ደማ ዕማምና ከይንርስዕ ጥንቅቕ ንበል። ብሰብ-ሰራሕ ርሃብ ዝፅነት፣ ብድሮን ዝጭፍጨፍ፣ ብሰኣን ቀረብ መድሓኒት ዝሞት ህዝቢ ስ neutral |
| | ብመጀርታ እንኳዕ ንባዓል ጥምቀት 2014 ዓ/ም አብፀሓኩም አብፀሐና ብፍላይ ንቲ መተካእታ ዘይ ብሉ ሰራዊት ትግራይ እንኳዕ አብፀሓኩም ክብል ይፈትው እዛ መሳርዕ እዚአ እትሽከሞ ሸኽሚ positive |
| | ደም ህዝብና ከም ውሕጅ እናፈሰሰ ንናይ ሽዋ ቤተክርትያን ዝሕለቑ ተጋሩ ክርኢ ከለኹ ገና ስቓይ ህዝብና ቀፃሊ ከይኸውን የሰከፍ። ኲናት ባሪኻ እትሰድድ ቤተክርትስያን፡ ተጋሩ ናይ ቤተክ negative |
| | @user ግርም ሓሳብያ ። ኣነ ኤርትራዊ እየ ክትፈልጡ ። ተጋሩ ኣብ ጸገምኩም ኢሳያስ ከጓይየኩም መሬቶም ተዓቁብኩም ኣሜሪካ ኤውሮጳ በጺሕኩም፡ ንተጋሩ ከተላግጹ ዘሕዝንዩ። negative |
| | @user ህ.ግ ያ በለ ! ኣየናይ ህዝባዊ ግንባር እዩ እቲ ብ ዓዋሉ ሸፉቱ ዝምራሕ ዘሎ ህግደፍ ። negative |
| | @user @user ዓሻስ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወቱ ? ሰገን መዓስ ኢኺ ክትልብሚ ንገርናሞ ናይ ዘካርያስ ክንነግረኪ ! negative |
| | @user ኪድ ጎሓፍ ህግደፍ መዓልትኹም ሓልው መለስ የለን ኸዚ ሙን ከድሕነኩም ፃድቃን እዩ እቲ ኣዛዚ ሰራዊት ስየ ኣብርሃ ኣብ ሱዳን ኣሎ ሕነና ክንፈዲ ኢና ንግዚኡ ተዝናነዩ negative |
| | ህፃናት ትግራይ ብመድሓኒት ስእነት ዝኾንዎ ዘለዉ መደንገፂ እዩ። ዓሊሞም ናይ Generation gap ንምፍጣር እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ። ካብ ትግራይ ዝተረኸበ ምስሊ እዩ። negative |
| | ምዕራባዉያን ንኤርትራ |
| | |
| | @user እዚ ኣሸባሪ ጉጅለ ህግደፍሲ ለባም ሰዓቢ ዘይብሉ። ምዃን ካኣ ንኣራዊት ከመይ ገይሮም ለባማት ከምልኽዎ negative |
| | እታ ቀንዲ ዘራከበቶም ግን |
| | @user ሓሳዊ ምህዳምካ እንተጣዒስካ ?ፎርም ዘይትቱ ካብ አብ ትዊተር ?ምፍካር ወያኔ አብ መሬት ኤርትራ አላትካ negative |
| | |
| | @user @user @user @user @user @user ልደተ ክርስቶስ ዓለም ካብ ዘመነ አለም ናብ ዘመነ ምሕረት positive |
| | ሐዚ ኸ እቲ ደመ ዝወደኣ ኣብ ትግራይ ዘሎ ብ ህወሓት ሽም ዘሸካዕልል ዘሎ ብጥሜትን ብዓፀቦን ህዝብና እናሃለቐ ከምኡ ድማ ግዝኣትና ኣብ ዝተወረረሉ ብሓንጎል ብፖለቲካ ሕማም ካንሰር ክ negative |
| | ኣይኮነንዶ እልፊ ገፈጥ መፈጥ ተኣኻኺቡ ትማሊ ካብ ስልጠና ዝወጸ እቲ ን27 ዓመት ሙሉእ ዝሰልጠነ ዓቀታይ ሰራዊት ሻዕብያ እኮ ድራር ኣራዊት ይኸውን ኣሎ። ዕድመ ን ሓ/ም/ት ትግ negative |
| | ፀልማትዶ ኣታ ኢላቶ ዘብራህኩዎ ኩሉ ይስመረላ እንደሞ ኣነ ኣብ ዘይብሉ። ኣፋቱሑና ኣፋትሑና ዓቕሊ ምግባረይዩ ኣብዚ ኣብፂሑና ብሩህ ተስፋ ኣለኒ ሒዘ ብሩህ ርእሰይ ንዓለም ኮይነ neutral |
| | @user @user እወ ሰሚዐዮ ቃንዛን ስቓይን ህዝበይ ብጭቡጥ ኣቕርብዎ :: ሸፍቱ ህግደፍ ነዚ ኣብ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ብፈንጂ ሓጺሮም ንሳቶምን ደገፍቶምን ኣብ ጓይላን ዳንኬራን ዮም ኣሕሊፈሞ :: negative |
| | 2010 ዕግርግር እንትብርትዕ። ድሕሪ ጀኖሳይድ እውን አብ ኢ/ያ ከምዘይተጽንሐና ውሕስና የብልናን። ሐዚውን ዓወት ዘጠራጥር አይኮነን። እዚ ኹሉ ዕድል ዘባኸነ መሪሒነት ህውሓት negative |
| | @user @user @user @user ሓቂ ክናገር ዳርጋ መብዛሕቲኤን እዘን ኣብዚ ግጥሚ ዘለዋ ቃላት ሕውዝውዝ እየን ኢለናኒ።???? neutral |
| | @user @user @user @user እወ ካብ መጀምርያ ኣትሒዛ ለይትን ቀትርን ዝተቃለሰትን ትቃለስ ዘላ ሓፍትና እያ። ንፀደይ ምፅራፍ ማለት ክሕደትን ውርደትን እዩ። negative |
| | @user @user ንስኻ ኣፍካ ከፊትካስ ነቲ ጅግና ሱቕ በል ትብል : ዶንቆሮ ብዙሕ ሱቕ ኢልናኩም ኢና ይኣኽለኩም፣ ከምታ ኣብ ሜዳ ኣብ ጎዳጉድኩም ዘእተናክን ኣ negative |
| | ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናትናኤል ተስፋጼንን ኣማኑኤል ገብረእግዚብሄርን ኣብዚ ዙር ኣብ ዝተወዳደርሉ ናትናኤል ተስፋጼን ኣብ ቀዳማይቲ መድረኽ 9ይ ደረጃ ሒዙ ምስ ቀዳሞት ዓሰርተ ክዛዝም ከም ዝበቅዐ ይዝከር። neutral |
| | @user @user ታይ ሞ ይግበሩ ኩሉ ኣስኢንዎም ኣፍሪሕዎም ኣተዓሻሽይዎም ጅሆ ሒዝዎም ኣብ ከምዚ ዓይነት ዝነብር ህዝቢ ብዙሕ በቲ ዝድለ ኣድማዒ ተግባራት ክገብር ትፅበዮ negative |
| | እንታይ ኮን ይኸውን ዛ ኤሪትራ ተዕብደና እወ ጠፊእዎም አይኮን ንዓና ኽብሉ ንእስነቶም ሐሺሾማ ምኽንያቱ ዕዳ ስለ ዘለና ሂወትና ዓጂሞምና negative |
| | @user @user @user @user @user ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓርበኛ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ወትሩ ዓወ neutral |
| | ህዝቢ ትግራይ ከፅንቱን ትግራይ ከዕንውን ከባድሙን ብልፍንቲ ዝወረሩና ደመኛታት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ንኹሉ ትግራዋይ ግልፂ እዮም። ክሳብ 7 ትውልዲ ክንፈረዶምን ሕነ ክንፈድን ኢና። negative |
| | @user ኣጆኺ መዓረይ እዚ ሕማቕ ጊዜ ክንሓልፎ ኢና ንትግራይ ስለነድልያ ባእልኺ ሓልዊ ዘሓፍተይ?? positive |
| | ደቂ ኤረይ 2 አግረይ 2 ዓይነይ አንቛዕ ኣፈልጓሙ ፈታሓልኩም ኣብ መላአ ኩርንዓት ዓለም ትርከቡ ብፍላይ ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ሰራዊትና ሚንስትሪ ዜና ጥዕናን ኤሪ ቲቪ ዓወት ንሓፋሽ neutral |
| | ነዝ ዓለም እዙይ ዘፍቅር፥ ፀላኢ እግዚኣብሄር ይኸውን። ወይ ከዓ እቲ፥ እግዚኣብሄር ነቲ ኣባና ኣሕዲርዎ ዘሎ መንፈስ፥ ንእኡ ጥራሕ ክንከውን፥ ብቕንኢ ሃረር ይብል ዝብል ቃል መፅሓ neutral |
| | ህዝብና በጥምየትን ሰአን መድሓኒትን ይመውትን ይስደድን አሎ። መፍትሒ ዘየምፅ መንግስቲ ደቆምና አንስቶም አብ ምቹው ቦታ አቀሚጥካ ብናካልኦት ሂወት ምሽቃት ይቁም negative |
| | @user ተፈጊአን የዕገርግራለዋ ክንወርድ ኢና ከምቲ ብረት ሒዞም ቆልዑን አደታትን ብረአዩልና ትቆልብዎም ዝነበረኩም ምስ ብረትኩም ክትቁሉቡ ኢኹም ብዘይ ንሕሰያ ሰራዊት ህግደፍ አይ ሰራዊትናን! negative |
| | ካብ ሕጂ ኤርትራዊ ሓወይ አዩ ዝብል ትግረዋይ አንድሕር ኣሎ ኣብ ደም ኣዴታትና ኢዱ ዝሓወሰ ጥራሕ አዩ ንሱ አውን ቀንዲ ፀላኢና አዩ ኤርትራዊ ኤርትራዊ አዩ ::ወዲ ክስቶ ወዲ ምንቶ negative |
| | ምስ ድምፂ (ወያነ ?? ኣሜሪካ፡ ኣብ ዛዕባ ግደ ማሕበራዊ መራኸብቲ ኣብ ግጭት ኣውጊዕና ኣለና። ሱፍ ገይርና መኲርና መኲርና ኣብዪኹም፤ ኩታ ገይርና መፂእናልኩም። ?? neutral |
| | ቶጎጋ ፣ አክሱም ፣ ዕደጋ ሓሙስ ፣ ዓዴት ፣ ናዕዴር ፣ ኮረም መቀሌ ፣ ሽሬ ፣ ገረብ ተከዜ ፣ ምዕራብ ትግራይን ኢሮብን ግልፅ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጥሕሰት ገበን ኩናት (War Crime negative |
| | ሕማቕ ጓለይ ዉግእ ናይ ሞደላት መርአይ መድረኽ አይኮነን ዉግእ ዝሓመቐ ምርጫ ኢዩ ብፍላይ ንስኽን ብዕድመኽ ዘለዉ አይፋል ክትብሉ አሎኩም ደሓረይ ድማ ረአዩና ረአዩና ሕብኡና ሕብኡና negative |
| | @user አሰከ ስንበት ኢዩ ሽግር?አዴታትኩም ተዛረቡ?ዋጦት ህግደፍ negative |
| | @user @user ብህላወ ሻዕብያ ቅበፅ። ክድምሰስ እዩ ። መፃኢ ናፃ ኮይንካ ናይ ምንባር ዕድልካ ካብ ዓይኒ መርፍእ ዝፀበበ ዩ። ብዘይካ ኣብ እስር ቤት ። mark my word bud negative |
| | @user @user ጭብጢ ይሐዝካ!!ጉኑፍ ህግደፍ ደአ ባዕልና እንዲና. negative |
| | @user ኣብ ሲኦል የንብርኩም ከምቲ ኣረሜን መራሒኹም መለስ negative |
| | @user ሙልእ ምዓልቲ ክሰምዓ ዊዒለ ክንደይ ክምዝወረሱ እዞም መንእስይ ናይ ብሓቂ ይስምዓካ neutral |
| | @user አብዛ ፅሕፍቲ እንታይ ጃህራን ፈኸራን ኣላታ? ሓበሬታ ምሃብ እንታይ ነውሪ አለዎ? ኣብ ስራሕ ንዘሎ ሰብ ከም ዘምፀአልካ አይዝረብን።ሳሙኤል ካብቶም ንትግራይ ዝዋ neutral |
| | @user ኣብዙ ስዓት እዙይ ሓደ ኮንካ ምቅላስ እዩ ዘድሊየና እታ ችግር ክሳብ ትሓልፍ ፀላእትና ክንበታተን ሓድነትና እዬም ዝደሉዩ እና ንጠንቀቅ! positive |
| | ዋላ ኹሉ ፀገም እንተሃለወ ቀሪብና አለና ንዕወት ኢና ኅማቅ ዘረባ ገዲፍና ንስጠም፣ ንቃለስ ፣ንህበር ። ፈጣሪ ምስቱ ውፅዕ ጀግና ሕዝብና ጠጠው ይበለልና። positive |
| | ማሪ ኦዳን ትን ሪትዊት ገይሮም ኣለዉ። ህንዲ ይኹን ጃፓን ኣንጻር እቲ ሳንቡአይ ዝቖረጸ ገበነኛ ነብሰ-ምክልኻል ስጉምቲ ኣይወስዳን እየን፣ ስለዚ ጸላኢ ሕነ ኣይፈዲን negative |
| | በዓል ቤተይ ብዕስለ ከም ዝተዓመፅኩ ምስ ነገርክዎ ከም ዝፈትሓኒ ነግሩኒ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ብዕስለ ዝተዓመፀት ንእስቲ ?? ገና ብዙሕ ነገር ክንሰምዕ ኢና መሕፈሪ ዝኮነ ስብኣይ negative |
| | ብኤርትራውያን ኣመና ኢና ንሕበን። ከም መረብ ብዙሓት ዋዕሮታት ኣለዋና። ካብቲ ዝመሰጠኒ ናይ ስነ-ጥበበኛ |
| | @user @user ሱዳን ንዓኺ ብንዒማ ኤልጋብር ተትቕይረና ክንደይ ፅቡቕ ነይሩ! neutral |
| | @user እግዚኣቢሄር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ንምሉኣት ስድራ ቤትክን ፈተውትኽን ጽንዓት ይሃብኩም ጅግና ጓል ጀጋኑ ኢኺሞ ታሪኽኪ ነባሪ እዩ! positive |
| | @user ዓሻስ ክሳብ ገበጣ ዝውዳእ ይጻወት ዝብሃል ምስላ ኣይትፈልጦን ኢኻ መስለኒ:: Game Over እኮ ተባሂልካ 4 ዓመት ክርደኣካ ኣይከኣለን ኣሎ:: negative |
| | ሽረ እንዳስላሰ ብወረርቲ ክትትሓዝ ከላ ዝነበረ ግፍዕን ስርቅን! - ምስ ጎይትኦም ኣበበ፥ ምስክር ዓይኒ via @user negative |
| | @user ይሄ ከውቅያኖስ በጭልፋ ውሃ መቅዳት እንደማለት ነው - ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ ምስ ዓሻኽሩ ኾይኑ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝፈጸሞ ግፍዒ ሕጂውን ብዘይ ምቁራ negative |
| | ኣባላት ህግደፍ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰምበል፡ ትሕዝቶ ሃገራዊ ባንክ ደም ንምስሳን ተበግሶ ወሲዶም። negative |
| | @user ኣነ ዝገርመኒ ክንደይ ላህማማት ናይ ምሁር ዶናቁር ኣሎው :ናይ ካልእ ከይጠመትካ ኣብገዛይ ንህዝበይ እንታይ ረብሓ ጌሬ ዶ ምሕሳብ ኣይቀልልን? ሎሚ እቲ ግዜ ተወዲ negative |
| | መከራና ተብልዐናላ ሓደሓደ ሻዕ እምበርኸ ሰበይተይ ድያ? እምበርኸ ኣዲኣቶም ንደቀይ ድያ?! ኢለ ንባዕለይ ይሓትት NB: ዝተወሰኑ ደቅናኳ ብጥቅሚ ይኹን ብዘይምፍላጥ ኣሸፊታቶም እያዋ ግን ኦሱ ይፅንሐልና neutral |
| | @user ብሓቂ ገዛ ዓፂካ ምዝርራብ ክንለምድ አለና neutral |
| | @user @user ርኹስ ኣዲኡ ዝጋሰስ ባዓለገ በቲ ኣሲርካዮ ዘለኻ መስቀል ክፍረደካ እዩ ወድቶም ለያቡ ሓሰዉቲ ሰተይቲ ደም። negative |
| | ትግራይ ኣደይ ዋይ ህዝበይ አደታተና ህዝብና 500 ሚእቲ ማዓልቲ ዝአክል ዝበፅሖ ዘሎ ግፍዒ አብ ዓለም ተራአዩ አይፍለጥን negative |
| | @user ስዲ እስከ ኣይትኩኒ ብዓድና እዩ ንደቂ ራያ ምጥሪ በልዮም ጥራይ ንኣና ግን ኖ ምክንያቱ ከበይ ዝመጽአት ባዕለገ እያ ከይብልኩ ?? negative |
| | ኣብዚ መዋእለ ውድቀትናን ውርደትናን ፅንተትናን እውን ህወሓት ካብ ረዲኤት ትግራይ እንዳሰረቐ መንጎዳ ኣውፂኡ እኒሀ። ኣብ 1977 ዓ/ም ካብ ጎሮሮ ህዝቢ ሰሪቖም ርእሰማይ ዝዋህለሉ መ negative |
| | @user ኣጆኺ መንዳንኡ።ከምኡ ክትሓስቢ የብልኽን ፣ብርቱዕን ትሩንዕን ኣእምሮኺ ሒዝኺ ንቕድሚት ድኣ ።ብደቂ ኣንስቲዮ ዝመፅእ ኹሉ ቃሕ ባሃልን ውፂኢቱ ድማ ብዙሕ ነገር ዝ positive |
| | ክስታይ እባ: እቶም ናይ ትግራይ ተነሓናሕቲ ናይ ፖለቲካ ውድብ መራሕቲ እንታይ ኮይኖም እዮም ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ብሰንኪ እገዳ ሰባኣዊ ሓገዝን ሕፅረት መድሓኒትን ዝበፅሕ ዘ neutral |
| | አብዚ ተሓዊስና ምርአይና ንባዕሉ it will make statement ምፅኡ ዕድል ምስሓቡና ድማ ክንዛረብ ኢና neutral |
| | @user ዘይሰምዑ መራሕቲ አለው ኣብ መቐለ። ህዝቢ ተስፋ ቆሪፁ ይስደድ አሎ negative |
| | @user ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ፡ ሓውኪ ኸኣ መንግተ ሰማይ የዋርሶ ኣምላኽ positive |
| | Eritrean New ምክልኻል ሰራዊትና ኤርትራ ኣብ ዛላኣንበሳ via @user neutral |
| | |
| | @user @user ዋይ ጠፉኦም ቀንዮም እንበር ግደፍዮም ድሐን የዛናግኡና ክሳብ ወያነ ዘላ negative |
| | |
| | @user ሰሓቓ እስከ ድገማ ወረ ወስኻሉ ተሓጎሱ እንዲዩ ዝብል እቲ ቃል ንባዕሉ ብርሃን ይረአሎ ኣብ ዉሽጢዚ ሰሓቕ ዘረባ ዘይብሉ ክንደይ እኳ ጽቡቕ ክስሕቓ ን neutral |
| | @user @user ነዚ ጅግና ዋርሳይ ፍቅሪ ሃገር ኤርትራዊ ተዋራሪሱ ዝነብር ምስ ደም ነፍሲወከፍ ዜጋ። neutral |
| | @user @user ሐዝስ ተስፋ ቆርጽና ብ ህወሓት አቲ ወንበር አዩ መስለኒ ኣተሓሳስባኩም ልደፍኖሎ ኪዱን ዶ ንበረካ negative |
| | @user @user እዚ ዓይነት ሃተውተው ናይ ፈለማዩ ኣይኮነን : ለሚድዎ እዩ::በየናይ መለክዒ እዩ ወራርን ተወራርን ዘመዛዝኖ ዘሎ? ሰራዊት ኢሳያስ ንህዝቢ ትግራይ negative |
| | ኣያይ ታሪኽ ንገረኒ ታሪኽ ዓደይ እቶም ዓቅሚ ዘየብሎም ብዓቅምና ዝቅንኡ ኣብ ቃልሲና ብቅኒ እናፀለሙ ዕንቅፋት ዝኮና ኮቶ ኣይነገድፎምን መቸም ካብቶም ናይ ሽዋ ፀላእትና ንላዕሊ እ negative |
| | @user ግሩም ዝኾነ ደራፋይ፤ ጽቡቕ ገይሩ አቀሚጥዋ። ሰኸም እዮም፤ አቤት እወ ንደዴቢት ገጾም ዕዝር ይበሉ። ኤርትራዊ ነት ብግብሪ #EritreaPrevails negative |
| | @user ምስ ቆልዓ ኣይትምከር ምስ ከልቢ ኣይትተሓባእ፡ ኮይንና ምስ ሓለፍቲ ኢትዮጵያስ። እዚ ሸያኒ ኣቢ ኣሕመድ ከ ናይ ኣቦታቱ ዶ ደጊሙ። ጠላምን ተለኣኣኺን ዘይበትከላ ሃገር። negative |
| | ህጂ ናይ ፖሊቲካ ንዛረበሉ ሳኣት ኣይኮነን፡ እቶም ሰረቅቲ ድስቲ ናይትግራይ ስእልታት ፕሮፋይሎም ጊሮም ህዝብኩም ህዝቢ ትግራይ ዝመርጾ መንግስቲ ህዋሃት ክጸርፉን ናኣና ኣብማእከልና ኣ negative |
| | |
| | አብ ደቂ አተ ዝበፀሓ ፆታዊ ዓመፅ ብጣዕሚ ከቢድ ዝኮነ ማሕበራዊ ተፅዕኖ ስለ ዘለዋ ኩሉ መዳርግቲ አካላት ክሰርሐሉ ይግባእ ። negative |
| | @user @user ተጋጊኻ ፃዓዱ ነንባዕልና ኣዋዲኦም ሃፍትና ክወስዱ ጥራይ እዮም ዝደልዩ ብናይ ፀለምቲ ሓይልን ድኹምን ኣያኣምኑን negative |
| | @user መንግስተ ሰማይ የዋርሳ። ንሙላኣት ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃቦም። ንዝተረፍና ክአ ብሕልፊ ንኣና ፍሪቃውያን ከኣ ጠሊ ትግደፈልና። positive |
| | @user ጭርሖ ግደፉ የሕዋት:: ሰብ ምግቢ እዩ ዝደሊ ሐዚ . ዘይትኽእሉ እንተኾይንኩም ድማ ጭርሖኹም ኣብ ኸብድኹም ሓዝዎ . neutral |
| | @user @user @user @user @user @user ንውድቀር ኩርዓት ዘይኮነት ትዕቢት እያ ትቕድማ።። neutral |
| | @user ናይ ብሓቂ ለባም ሓፍተይ ?? positive |
| | @user ገቼ ኣሜን ሓብሩ ኢንካዓ ኣብፅሐና ንሰራውትናን ንህዝብናን ናይ ሰላም ራህዋን ክኮነልና ንምነ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበርልና ይግበርልኩም positive |
| | ኣብ ባጽዕ ጥዋለት-ዕዳጋ ዝቅመጥ ሰብ ንወዲ ማጆር ዘይፈልጥ ሰብ የለን፡ ወዲ ማጆር ገዲም ተጋዳላይ ናይ 1973 ብርጌድ 23። neutral |
| | ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓዎት ብሳላኩም ብደቃ ትዕንብብ እያ ትግራይ ትደምቅ እያ ከም ፃሓይ |
| |
|