Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
55,000 | am_tg | ወደ ኢየሩሳሌም፣ በደብረ ዘይት ተራራ ወዳሉት ወደ ቤተፋጌ እና ወደ ቢታንያ በተቃረቡ ጊዜ ከደቀ መዛሙርቱ መካከል ሁለቱን ላካቸው፤ | ናብ የሩሳሌም፡ ናብተን ኣብ ደብረ ዘይቲ ዚርከባ ቤት-ፋጌን ቢታንያን ምስ ቀረቡ ድማ፡ ክልተ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ለኣኸ፣ |
55,001 | tg_am | ናብ የሩሳሌም፡ ናብተን ኣብ ደብረ ዘይቲ ዚርከባ ቤት-ፋጌን ቢታንያን ምስ ቀረቡ ድማ፡ ክልተ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ለኣኸ፣ | ወደ ኢየሩሳሌም፣ በደብረ ዘይት ተራራ ወዳሉት ወደ ቤተፋጌ እና ወደ ቢታንያ በተቃረቡ ጊዜ ከደቀ መዛሙርቱ መካከል ሁለቱን ላካቸው፤ |
55,002 | am_tg | እንዲህም አላቸው፦ “ወደዚያ ወደምታዩት መንደር ሂዱ፤ ወደ መንደሩም እንደገባችሁ ሰው ተቀምጦበት የማያውቅ ውርንጭላ ታስሮ ታገኛላችሁ። ፈታችሁ ወደዚህ አምጡት። | ከምዚ ድማ በሎም፦ “ኣብ ማዕዶኹም ናብ ዘላ ቝሸት ኪዱ፣ ናብኣ ምስ ኣቶኹም ከኣ፡ ክሳዕ ሕጂ ሰብ ተወጢሕዎ ዘይፈልጥ ጻዕብ ተኣሲሩ ኽትረኽቡ ኢኹም። ፈቲሕኩም ከኣ ኣምጽእዎ። |
55,003 | tg_am | ከምዚ ድማ በሎም፦ “ኣብ ማዕዶኹም ናብ ዘላ ቝሸት ኪዱ፣ ናብኣ ምስ ኣቶኹም ከኣ፡ ክሳዕ ሕጂ ሰብ ተወጢሕዎ ዘይፈልጥ ጻዕብ ተኣሲሩ ኽትረኽቡ ኢኹም። ፈቲሕኩም ከኣ ኣምጽእዎ። | እንዲህም አላቸው፦ “ወደዚያ ወደምታዩት መንደር ሂዱ፤ ወደ መንደሩም እንደገባችሁ ሰው ተቀምጦበት የማያውቅ ውርንጭላ ታስሮ ታገኛላችሁ። ፈታችሁ ወደዚህ አምጡት። |
55,004 | am_tg | ማንም ሰው ‘ምን ማድረጋችሁ ነው?’ ቢላችሁ ‘ጌታ ይፈልገዋል፤ ደግሞም ወዲያውኑ ወደዚህ ይመልሰዋል’ በሉት።” | ገለ ሰብ፡ ‘ስለምንታይ እዚ ትገብሩ ኣለኹም፧’ እንተ ኢሉኩም፡ ‘ጐይታ ደልይዎ ኣሎ፡ ቀልጢፉ እውን ናብዚ መሊሱ ኺሰድዶ እዩ’ በሉ።” |
55,005 | tg_am | ገለ ሰብ፡ ‘ስለምንታይ እዚ ትገብሩ ኣለኹም፧’ እንተ ኢሉኩም፡ ‘ጐይታ ደልይዎ ኣሎ፡ ቀልጢፉ እውን ናብዚ መሊሱ ኺሰድዶ እዩ’ በሉ።” | ማንም ሰው ‘ምን ማድረጋችሁ ነው?’ ቢላችሁ ‘ጌታ ይፈልገዋል፤ ደግሞም ወዲያውኑ ወደዚህ ይመልሰዋል’ በሉት።” |
55,006 | am_tg | እነሱም ሄዱ፤ ውርንጭላውንም በአንድ ጠባብ መንገድ ዳር፣ ደጃፍ ላይ ታስሮ አገኙት። | ምስ ከዱ፡ ነቲ ጻዕብ ኣብ ኣፍ ደገ፡ ኣብ ጥቓ ጐደና ተኣሲሩ ረኸብዎ፡ ፈትሕዎ ድማ። |
55,007 | tg_am | ምስ ከዱ፡ ነቲ ጻዕብ ኣብ ኣፍ ደገ፡ ኣብ ጥቓ ጐደና ተኣሲሩ ረኸብዎ፡ ፈትሕዎ ድማ። | እነሱም ሄዱ፤ ውርንጭላውንም በአንድ ጠባብ መንገድ ዳር፣ ደጃፍ ላይ ታስሮ አገኙት። |
55,008 | am_tg | በዚያ ከቆሙት ሰዎች መካከል አንዳንዶቹ “ውርንጭላውን የምትፈቱት ለምንድን ነው?” አሏቸው። | ገለ ኻብቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ኸኣ፡ “እንታይ ክትገብሩ ኢኹም ነቲ ጻዕብ እትፈትሕዎ ዘለኹም፧” በልዎም። |
55,009 | tg_am | ገለ ኻብቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ኸኣ፡ “እንታይ ክትገብሩ ኢኹም ነቲ ጻዕብ እትፈትሕዎ ዘለኹም፧” በልዎም። | በዚያ ከቆሙት ሰዎች መካከል አንዳንዶቹ “ውርንጭላውን የምትፈቱት ለምንድን ነው?” አሏቸው። |
55,010 | am_tg | እነሱም ኢየሱስ ያለውን ነገሯቸው፤ ከዚያም ፈቀዱላቸው። | ንሳቶም ድማ ከምቲ የሱስ ዝበሎም በልዎም እሞ፡ ሓደግዎም። |
55,011 | tg_am | ንሳቶም ድማ ከምቲ የሱስ ዝበሎም በልዎም እሞ፡ ሓደግዎም። | እነሱም ኢየሱስ ያለውን ነገሯቸው፤ ከዚያም ፈቀዱላቸው። |
55,012 | am_tg | ውርንጭላውንም ወደ ኢየሱስ አመጡት፤ መደረቢያቸውንም በውርንጭላው ጀርባ ላይ አደረጉ፤ እሱም ተቀመጠበት። | ነቲ ጻዕብ ድማ ናብ የሱስ ኣምጽእዎ፣ ክዳውንቶም ድማ ጠይቂ ገበሩሉ፣ ንሱ ኸኣ ተወጥሖ። |
55,013 | tg_am | ነቲ ጻዕብ ድማ ናብ የሱስ ኣምጽእዎ፣ ክዳውንቶም ድማ ጠይቂ ገበሩሉ፣ ንሱ ኸኣ ተወጥሖ። | ውርንጭላውንም ወደ ኢየሱስ አመጡት፤ መደረቢያቸውንም በውርንጭላው ጀርባ ላይ አደረጉ፤ እሱም ተቀመጠበት። |
55,014 | am_tg | ብዙዎችም መደረቢያቸውን በመንገዱ ላይ አነጠፉ፤ ሌሎች ደግሞ በመንገድ ዳር ካሉት ዛፎች ቅርንጫፎች እየቆረጡ አነጠፉ። | ብዙሓት እውን ክዳውንቶም ኣብ መገዲ ኣንጸፉ፣ ካልኦት ከኣ ካብ ግራውቲ፡ ጨናፍር ሰልዑ። |
55,015 | tg_am | ብዙሓት እውን ክዳውንቶም ኣብ መገዲ ኣንጸፉ፣ ካልኦት ከኣ ካብ ግራውቲ፡ ጨናፍር ሰልዑ። | ብዙዎችም መደረቢያቸውን በመንገዱ ላይ አነጠፉ፤ ሌሎች ደግሞ በመንገድ ዳር ካሉት ዛፎች ቅርንጫፎች እየቆረጡ አነጠፉ። |
55,016 | am_tg | ከፊቱ የሚሄዱትና ከኋላው የሚከተሉት እንዲህ እያሉ ይጮኹ ነበር፦ “እንድታድነው እንለምንሃለን! በይሖዋ ስም የሚመጣ የተባረከ ነው! | እቶም ቀቅድሚኡ ዚኸዱን ደድሕሪኡ ዚስዕቡን ዝነበሩ፡ ከምዚ እናበሉ ጨደሩ፦ “በጃኻ ኣድሕን! ብስም የሆዋ ዚመጽእ ብሩኽ እዩ! |
55,017 | tg_am | እቶም ቀቅድሚኡ ዚኸዱን ደድሕሪኡ ዚስዕቡን ዝነበሩ፡ ከምዚ እናበሉ ጨደሩ፦ “በጃኻ ኣድሕን! ብስም የሆዋ ዚመጽእ ብሩኽ እዩ! | ከፊቱ የሚሄዱትና ከኋላው የሚከተሉት እንዲህ እያሉ ይጮኹ ነበር፦ “እንድታድነው እንለምንሃለን! በይሖዋ ስም የሚመጣ የተባረከ ነው! |
55,018 | am_tg | የሚመጣው የአባታችን የዳዊት መንግሥት የተባረከ ነው! በሰማይ የምትኖረው ሆይ፣ እንድታድነው እንለምንሃለን!” | እታ እትመጽእ ዘላ መንግስቲ ኣቦና ዳዊት ብርኽቲ እያ! ኣብ ላዕሊ ዘለኻ በጃኻ ኣድሕን!” |
55,019 | tg_am | እታ እትመጽእ ዘላ መንግስቲ ኣቦና ዳዊት ብርኽቲ እያ! ኣብ ላዕሊ ዘለኻ በጃኻ ኣድሕን!” | የሚመጣው የአባታችን የዳዊት መንግሥት የተባረከ ነው! በሰማይ የምትኖረው ሆይ፣ እንድታድነው እንለምንሃለን!” |
55,020 | am_tg | ኢየሱስም ኢየሩሳሌም ደረሰ፤ ከዚያም ወደ ቤተ መቅደስ ገባ፤ በዙሪያውም ያለውን ነገር ሁሉ ተመለከተ፤ ሆኖም ሰዓቱ ገፍቶ ስለነበር ከአሥራ ሁለቱ ጋር ወደ ቢታንያ ሄደ። | ናብ የሩሳሌም ኣትዩ ኸኣ፡ ናብ ቤተ መቕደስ ከደ፣ ንዅሉ ግልጽ ግልጽ ኢሉ ምስ ጠመተ ድማ፡ ግዜ ኸይዱ ስለ ዝነበረ፡ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ ናብ ቢታንያ ኸደ። |
55,021 | tg_am | ናብ የሩሳሌም ኣትዩ ኸኣ፡ ናብ ቤተ መቕደስ ከደ፣ ንዅሉ ግልጽ ግልጽ ኢሉ ምስ ጠመተ ድማ፡ ግዜ ኸይዱ ስለ ዝነበረ፡ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ ናብ ቢታንያ ኸደ። | ኢየሱስም ኢየሩሳሌም ደረሰ፤ ከዚያም ወደ ቤተ መቅደስ ገባ፤ በዙሪያውም ያለውን ነገር ሁሉ ተመለከተ፤ ሆኖም ሰዓቱ ገፍቶ ስለነበር ከአሥራ ሁለቱ ጋር ወደ ቢታንያ ሄደ። |
55,022 | am_tg | በማግስቱ ከቢታንያ እየወጡ ሳለ ተራበ። | ንጽብሒቱ ኻብ ቢታንያ ምስ ወጹ፡ ጠመየ። |
55,023 | tg_am | ንጽብሒቱ ኻብ ቢታንያ ምስ ወጹ፡ ጠመየ። | በማግስቱ ከቢታንያ እየወጡ ሳለ ተራበ። |
55,024 | am_tg | ቅጠሏ የለመለመ አንዲት የበለስ ዛፍ ከሩቅ አየና ምናልባት ፍሬ ይገኝባት እንደሆነ ለማየት ሄደ። ወደ እሷ በቀረበ ጊዜ ግን በለስ የሚያፈራበት ወቅት ስላልነበረ ከቅጠል በቀር ምንም አላገኘባትም። | ብርሑቕ ከኣ ቈጻል ኦም በለስ ረኣየ፣ ምናልባት ገለ እንተ ረኸበላ ኺርኢ ድማ ናብኣ ኸደ። ናብኣ ምስ መጸ ግና፡ ግዜ በለስ ኣይነበረን እሞ፡ ኣቝጽልቲ እምበር፡ ሓንቲ እኳ ኣይረኸበን። |
55,025 | tg_am | ብርሑቕ ከኣ ቈጻል ኦም በለስ ረኣየ፣ ምናልባት ገለ እንተ ረኸበላ ኺርኢ ድማ ናብኣ ኸደ። ናብኣ ምስ መጸ ግና፡ ግዜ በለስ ኣይነበረን እሞ፡ ኣቝጽልቲ እምበር፡ ሓንቲ እኳ ኣይረኸበን። | ቅጠሏ የለመለመ አንዲት የበለስ ዛፍ ከሩቅ አየና ምናልባት ፍሬ ይገኝባት እንደሆነ ለማየት ሄደ። ወደ እሷ በቀረበ ጊዜ ግን በለስ የሚያፈራበት ወቅት ስላልነበረ ከቅጠል በቀር ምንም አላገኘባትም። |
55,026 | am_tg | ስለዚህ ኢየሱስ ዛፏን “ከእንግዲህ ወዲህ ማንም ከአንቺ ፍሬ አይብላ” አላት። ይህን ሲናገርም ደቀ መዛሙርቱ ይሰሙት ነበር። | ስለዚ ድማ፡ “ደጊም ካባኺ ሓደ እኳ ንሓዋሩ ፍረ ኣይብላዕ” በላ። ደቀ መዛሙርቱ እውን ይሰምዑ ነበሩ። |
55,027 | tg_am | ስለዚ ድማ፡ “ደጊም ካባኺ ሓደ እኳ ንሓዋሩ ፍረ ኣይብላዕ” በላ። ደቀ መዛሙርቱ እውን ይሰምዑ ነበሩ። | ስለዚህ ኢየሱስ ዛፏን “ከእንግዲህ ወዲህ ማንም ከአንቺ ፍሬ አይብላ” አላት። ይህን ሲናገርም ደቀ መዛሙርቱ ይሰሙት ነበር። |
55,028 | am_tg | ከዚያም ወደ ኢየሩሳሌም መጡ። በዚያም ወደ ቤተ መቅደስ ገብቶ በቤተ መቅደሱ የሚሸጡትንና የሚገዙትን ያስወጣ ጀመር፤ የገንዘብ መንዛሪዎችን ጠረጴዛዎችና የርግብ ሻጮችን መቀመጫዎችም ገለባበጠ፤ | ናብ የሩሳሌም ከኣ መጹ። ናብ ቤተ መቕደስ ኣትዩ ድማ፡ ነቶም ኣብ ቤተ መቕደስ ዚሸጡን ዚዕድጉን ዝነበሩ ኺሰጕጎም ጀመረ፣ ሰደቓታት ኣሽረፍትን መናብር እቶም ረገቢት ዚሸጡ ዝነበሩን ከኣ ገልበጠ፣ |
55,029 | tg_am | ናብ የሩሳሌም ከኣ መጹ። ናብ ቤተ መቕደስ ኣትዩ ድማ፡ ነቶም ኣብ ቤተ መቕደስ ዚሸጡን ዚዕድጉን ዝነበሩ ኺሰጕጎም ጀመረ፣ ሰደቓታት ኣሽረፍትን መናብር እቶም ረገቢት ዚሸጡ ዝነበሩን ከኣ ገልበጠ፣ | ከዚያም ወደ ኢየሩሳሌም መጡ። በዚያም ወደ ቤተ መቅደስ ገብቶ በቤተ መቅደሱ የሚሸጡትንና የሚገዙትን ያስወጣ ጀመር፤ የገንዘብ መንዛሪዎችን ጠረጴዛዎችና የርግብ ሻጮችን መቀመጫዎችም ገለባበጠ፤ |
55,030 | am_tg | ማንም ሰው ዕቃ ተሸክሞ በቤተ መቅደሱ አቋርጦ እንዳያልፍም ከለከለ። | ሓደ እኳ ኣቕሓ ጾይሩ በታ ቤተ መቕደስ ኪሓልፍ ኣይፈቐደን። |
55,031 | tg_am | ሓደ እኳ ኣቕሓ ጾይሩ በታ ቤተ መቕደስ ኪሓልፍ ኣይፈቐደን። | ማንም ሰው ዕቃ ተሸክሞ በቤተ መቅደሱ አቋርጦ እንዳያልፍም ከለከለ። |
55,032 | am_tg | ሰዎቹንም ያስተምር ነበር፤ ደግሞም “‘ቤቴ ለሕዝቦች ሁሉ የጸሎት ቤት ይባላል’ ተብሎ አልተጻፈም? እናንተ ግን የዘራፊዎች ዋሻ አደረጋችሁት” አላቸው። | “‘ቤተይ ንዅሎም ኣህዛብ ቤት ጸሎት ክትብሃል እያ’ ዚብል ጽሑፍዶ የሎን፧ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ጌርኩምዋ” እናበለ ድማ መሃሮም። |
55,033 | tg_am | “‘ቤተይ ንዅሎም ኣህዛብ ቤት ጸሎት ክትብሃል እያ’ ዚብል ጽሑፍዶ የሎን፧ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ጌርኩምዋ” እናበለ ድማ መሃሮም። | ሰዎቹንም ያስተምር ነበር፤ ደግሞም “‘ቤቴ ለሕዝቦች ሁሉ የጸሎት ቤት ይባላል’ ተብሎ አልተጻፈም? እናንተ ግን የዘራፊዎች ዋሻ አደረጋችሁት” አላቸው። |
55,034 | am_tg | የካህናት አለቆችና ጸሐፍትም ያደረገውን በሰሙ ጊዜ እሱን የሚገድሉበትን መንገድ ይፈልጉ ጀመር፤ ምክንያቱም ሕዝቡ ሁሉ በትምህርቱ ስለሚገረም ኢየሱስን ይፈሩት ነበር። | ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ከኣ ሰምዑ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚቐትልዎ ድማ መገዲ ደለዩ፣ ከመይሲ፡ ኵሉ እቲ ህዝቢ ብትምህርቱ ይግረም ስለ ዝነበረ፡ ይፈርህዎ ነበሩ። |
55,035 | tg_am | ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ከኣ ሰምዑ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚቐትልዎ ድማ መገዲ ደለዩ፣ ከመይሲ፡ ኵሉ እቲ ህዝቢ ብትምህርቱ ይግረም ስለ ዝነበረ፡ ይፈርህዎ ነበሩ። | የካህናት አለቆችና ጸሐፍትም ያደረገውን በሰሙ ጊዜ እሱን የሚገድሉበትን መንገድ ይፈልጉ ጀመር፤ ምክንያቱም ሕዝቡ ሁሉ በትምህርቱ ስለሚገረም ኢየሱስን ይፈሩት ነበር። |
55,036 | am_tg | አመሻሽ ላይ ከከተማዋ ወጡ። | ምስ መሰየ ድማ፡ ካብታ ኸተማ ወጹ። |
55,037 | tg_am | ምስ መሰየ ድማ፡ ካብታ ኸተማ ወጹ። | አመሻሽ ላይ ከከተማዋ ወጡ። |
55,038 | am_tg | ማለዳም ላይ በመንገድ ሲያልፉ የበለስ ዛፏ ከነሥሯ ደርቃ አዩ። | ኣንጊሆም ኪሓልፉ ኸለዉ ኸኣ፡ ነታ በለስ ካብ ሱራ ነቒጻ ረኣይዋ። |
55,039 | tg_am | ኣንጊሆም ኪሓልፉ ኸለዉ ኸኣ፡ ነታ በለስ ካብ ሱራ ነቒጻ ረኣይዋ። | ማለዳም ላይ በመንገድ ሲያልፉ የበለስ ዛፏ ከነሥሯ ደርቃ አዩ። |
55,040 | am_tg | ጴጥሮስም ትዝ አለውና “ረቢ፣ ተመልከት! የረገምካት የበለስ ዛፍ ደርቃለች” አለው። | ጴጥሮስ ድማ ዘኪርዋ፡ “መምህር፡ እንሃ፡ እታ ዝረገምካያ በለስ ነቒጻ” በሎ። |
55,041 | tg_am | ጴጥሮስ ድማ ዘኪርዋ፡ “መምህር፡ እንሃ፡ እታ ዝረገምካያ በለስ ነቒጻ” በሎ። | ጴጥሮስም ትዝ አለውና “ረቢ፣ ተመልከት! የረገምካት የበለስ ዛፍ ደርቃለች” አለው። |
55,042 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “በአምላክ ላይ እምነት ይኑራችሁ። | የሱስ ኪምልስ ከሎ፡ ከምዚ በሎም፦ “ብኣምላኽ እመኑ። |
55,043 | tg_am | የሱስ ኪምልስ ከሎ፡ ከምዚ በሎም፦ “ብኣምላኽ እመኑ። | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “በአምላክ ላይ እምነት ይኑራችሁ። |
55,044 | am_tg | እውነት እላችኋለሁ፣ ማንም ሰው ይህን ተራራ ‘ከዚህ ተነስተህ ወደ ባሕር ተወርወር’ ቢለውና በልቡ ሳይጠራጠር የተናገረው ነገር እንደሚፈጸም ቢያምን ይሆንለታል። | ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ነዚ ኸረን እዚ፡ ‘ተንስእ፡ ናብ ባሕሪ ኸኣ ተደርበ’ ዚብሎ እሞ፡ እቲ ዚብሎ ኸም ዚኸውን ዚኣምን እምበር፡ ብልቡ ዘይጠራጠር ዘበለ፡ ከምኡ ኪዀነሉ እዩ። |
55,045 | tg_am | ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ነዚ ኸረን እዚ፡ ‘ተንስእ፡ ናብ ባሕሪ ኸኣ ተደርበ’ ዚብሎ እሞ፡ እቲ ዚብሎ ኸም ዚኸውን ዚኣምን እምበር፡ ብልቡ ዘይጠራጠር ዘበለ፡ ከምኡ ኪዀነሉ እዩ። | እውነት እላችኋለሁ፣ ማንም ሰው ይህን ተራራ ‘ከዚህ ተነስተህ ወደ ባሕር ተወርወር’ ቢለውና በልቡ ሳይጠራጠር የተናገረው ነገር እንደሚፈጸም ቢያምን ይሆንለታል። |
55,046 | am_tg | ስለዚህ እላችኋለሁ፣ በጸሎት የምትጠይቁትንና የምትለምኑትን ነገር ሁሉ እንዳገኛችሁት አድርጋችሁ እመኑ፤ ደግሞም ታገኙታላችሁ። | ስለዚ ድማ፡ እብለኩም ኣለኹ፡ ኵሉ እቲ እትጽልይዎን እትልምንዎን፡ ከም እተቐበልኩምዎ ጌርኩም እመኑ እሞ፡ ክትረኽብዎ ኢኹም። |
55,047 | tg_am | ስለዚ ድማ፡ እብለኩም ኣለኹ፡ ኵሉ እቲ እትጽልይዎን እትልምንዎን፡ ከም እተቐበልኩምዎ ጌርኩም እመኑ እሞ፡ ክትረኽብዎ ኢኹም። | ስለዚህ እላችኋለሁ፣ በጸሎት የምትጠይቁትንና የምትለምኑትን ነገር ሁሉ እንዳገኛችሁት አድርጋችሁ እመኑ፤ ደግሞም ታገኙታላችሁ። |
55,048 | am_tg | በሰማያት ያለው አባታችሁ በደላችሁን ይቅር እንዲላችሁ እናንተም ለመጸለይ በምትቆሙበት ጊዜ በማንም ሰው ላይ ያላችሁን ቅሬታ ሁሉ ይቅር በሉ።” | ደው ኢልኩም ክትጽልዩ ኸለኹም ድማ፡ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኹም በደልኩም ምእንቲ ኺሓድገልኩም፡ ንዝዀነ ሰብ ዝሓዝኩምሉ ዘበለ ሕደጉሉ።” |
55,049 | tg_am | ደው ኢልኩም ክትጽልዩ ኸለኹም ድማ፡ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኹም በደልኩም ምእንቲ ኺሓድገልኩም፡ ንዝዀነ ሰብ ዝሓዝኩምሉ ዘበለ ሕደጉሉ።” | በሰማያት ያለው አባታችሁ በደላችሁን ይቅር እንዲላችሁ እናንተም ለመጸለይ በምትቆሙበት ጊዜ በማንም ሰው ላይ ያላችሁን ቅሬታ ሁሉ ይቅር በሉ።” |
55,050 | am_tg | እንደገናም ወደ ኢየሩሳሌም መጡ። በቤተ መቅደሱም ሲዘዋወር የካህናት አለቆች፣ ጸሐፍትና ሽማግሌዎች መጥተው | ከም ብሓድሽ ናብ የሩሳሌም መጹ። ኣብ ቤተ መቕደስ ኪኸይድ ከሎ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ዓበይትን ናብኡ መጺኦም፡ |
55,051 | tg_am | ከም ብሓድሽ ናብ የሩሳሌም መጹ። ኣብ ቤተ መቕደስ ኪኸይድ ከሎ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ዓበይትን ናብኡ መጺኦም፡ | እንደገናም ወደ ኢየሩሳሌም መጡ። በቤተ መቅደሱም ሲዘዋወር የካህናት አለቆች፣ ጸሐፍትና ሽማግሌዎች መጥተው |
55,052 | am_tg | “እነዚህን ነገሮች የምታደርገው በምን ሥልጣን ነው? እነዚህን ነገሮች እንድታደርግስ ሥልጣን የሰጠህ ማን ነው?” አሉት። | “በየናይ ስልጣን እዚ ትገብር ኣለኻ፧ ወይስ ነዚ ኽትገብር ስልጣን ዝሃበካ መን እዩ፧” በልዎ። |
55,053 | tg_am | “በየናይ ስልጣን እዚ ትገብር ኣለኻ፧ ወይስ ነዚ ኽትገብር ስልጣን ዝሃበካ መን እዩ፧” በልዎ። | “እነዚህን ነገሮች የምታደርገው በምን ሥልጣን ነው? እነዚህን ነገሮች እንድታደርግስ ሥልጣን የሰጠህ ማን ነው?” አሉት። |
55,054 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ጥያቄ እጠይቃችኋለሁ። እናንተም መልሱልኝ፤ እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ እነግራችኋለሁ። | የሱስ ድማ፡ “ሓንቲ ነገር ክሓትተኩም። መልሱለይ እሞ፡ ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ክነግረኩም እየ። |
55,055 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ሓንቲ ነገር ክሓትተኩም። መልሱለይ እሞ፡ ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ክነግረኩም እየ። | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ጥያቄ እጠይቃችኋለሁ። እናንተም መልሱልኝ፤ እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ እነግራችኋለሁ። |
55,056 | am_tg | ዮሐንስ የማጥመቅ ሥልጣን ያገኘው ከአምላክ ነው ወይስ ከሰው? መልሱልኝ።” | ጥምቀት ዮሃንስ ካብ ሰማይ ድያ ነይራ፡ ወይስ ካብ ሰብ፧ እስከ መልሱለይ” በሎም። |
55,057 | tg_am | ጥምቀት ዮሃንስ ካብ ሰማይ ድያ ነይራ፡ ወይስ ካብ ሰብ፧ እስከ መልሱለይ” በሎም። | ዮሐንስ የማጥመቅ ሥልጣን ያገኘው ከአምላክ ነው ወይስ ከሰው? መልሱልኝ።” |
55,058 | am_tg | እነሱም እርስ በርሳቸው እንዲህ ይባባሉ ጀመር፦ “‘ከአምላክ’ ብንል ‘ታዲያ ለምን አላመናችሁትም?’ ይለናል፤ | ንሓድሕዶም ከኣ ከምዚ እናበሉ ተዛራረቡ፦ “‘ካብ ሰማይ’ እንተ ኢልና፡ ‘ስለምንታይ ደኣ ዘይኣመንኩምዎ፧’ ኪብለና እዩ። |
55,059 | tg_am | ንሓድሕዶም ከኣ ከምዚ እናበሉ ተዛራረቡ፦ “‘ካብ ሰማይ’ እንተ ኢልና፡ ‘ስለምንታይ ደኣ ዘይኣመንኩምዎ፧’ ኪብለና እዩ። | እነሱም እርስ በርሳቸው እንዲህ ይባባሉ ጀመር፦ “‘ከአምላክ’ ብንል ‘ታዲያ ለምን አላመናችሁትም?’ ይለናል፤ |
55,060 | am_tg | ደፍረን ‘ከሰው ነው’ ብንልስ?” ሰዎቹ ሁሉ ዮሐንስን እንደ ነቢይ ያዩት ስለነበር ሕዝቡን ፈሩ። | ‘ካብ ሰብ’ ክንብልዶ፧” ኵላቶም ንዮሃንስ ብሓቂ ኸም ነብዪ ይቘጽርዎ ነበሩ እሞ፡ ንህዝቢ ፈርሁ። |
55,061 | tg_am | ‘ካብ ሰብ’ ክንብልዶ፧” ኵላቶም ንዮሃንስ ብሓቂ ኸም ነብዪ ይቘጽርዎ ነበሩ እሞ፡ ንህዝቢ ፈርሁ። | ደፍረን ‘ከሰው ነው’ ብንልስ?” ሰዎቹ ሁሉ ዮሐንስን እንደ ነቢይ ያዩት ስለነበር ሕዝቡን ፈሩ። |
55,062 | am_tg | ስለዚህ ለኢየሱስ “አናውቅም” ብለው መለሱለት። ኢየሱስም “እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ አልነግራችሁም” አላቸው። | ስለዚ፡ ንየሱስ፡ “ኣይንፈልጥን” ኢሎም መለሱሉ። ንሱ ድማ፡ “ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ኣይነግረኩምን እየ” በሎም። |
55,063 | tg_am | ስለዚ፡ ንየሱስ፡ “ኣይንፈልጥን” ኢሎም መለሱሉ። ንሱ ድማ፡ “ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ኣይነግረኩምን እየ” በሎም። | ስለዚህ ለኢየሱስ “አናውቅም” ብለው መለሱለት። ኢየሱስም “እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ አልነግራችሁም” አላቸው። |
55,064 | am_tg | የአምላክ ልጅ ስለሆነው ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ የሚገልጸው ምሥራች የሚጀምረው እንደሚከተለው ነው፦ | መጀመርታ ብስራት የሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ፦ |
55,065 | tg_am | መጀመርታ ብስራት የሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ፦ | የአምላክ ልጅ ስለሆነው ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ የሚገልጸው ምሥራች የሚጀምረው እንደሚከተለው ነው፦ |
55,066 | am_tg | ነቢዩ ኢሳይያስ እንዲህ ሲል ጽፏል፦ “(እነሆ፣ መልእክተኛዬን ከአንተ አስቀድሜ እልካለሁ፤ እሱም መንገድህን ያዘጋጃል።) | ከምቲ ብነብዪ ኢሳይያስ ከምዚ ተባሂሉ እተጻሕፈ፦ “(እንሆ፡ መገድኻ ዚጸርግ ልኡኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ።) |
55,067 | tg_am | ከምቲ ብነብዪ ኢሳይያስ ከምዚ ተባሂሉ እተጻሕፈ፦ “(እንሆ፡ መገድኻ ዚጸርግ ልኡኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ።) | ነቢዩ ኢሳይያስ እንዲህ ሲል ጽፏል፦ “(እነሆ፣ መልእክተኛዬን ከአንተ አስቀድሜ እልካለሁ፤ እሱም መንገድህን ያዘጋጃል።) |
55,068 | am_tg | አንድ ሰው በምድረ በዳ ‘የይሖዋን መንገድ አዘጋጁ፤ ጎዳናዎቹንም አቅኑ’ በማለት ይጮኻል።” | ድምጺ ሓደ ኣብ በረኻ ዚጭድር፡ ከምዚ ይብል፦ ‘መገዲ የሆዋ ኣዳልዉ! ጽርግያታቱ ኣቕንዑ።’” |
55,069 | tg_am | ድምጺ ሓደ ኣብ በረኻ ዚጭድር፡ ከምዚ ይብል፦ ‘መገዲ የሆዋ ኣዳልዉ! ጽርግያታቱ ኣቕንዑ።’” | አንድ ሰው በምድረ በዳ ‘የይሖዋን መንገድ አዘጋጁ፤ ጎዳናዎቹንም አቅኑ’ በማለት ይጮኻል።” |
55,070 | am_tg | አጥማቂው ዮሐንስ ለኃጢአት ይቅርታ፣ የንስሐ ምልክት የሆነውን ጥምቀት በምድረ በዳ እየሰበከ ነበር። | ከምኡ ድማ ዮሃንስ መጥምቕ ኣብ በረኻ ንሕድገት ሓጢኣት ዚኸውን ጥምቀት ንስሓ ይሰብኽ ነበረ። |
55,071 | tg_am | ከምኡ ድማ ዮሃንስ መጥምቕ ኣብ በረኻ ንሕድገት ሓጢኣት ዚኸውን ጥምቀት ንስሓ ይሰብኽ ነበረ። | አጥማቂው ዮሐንስ ለኃጢአት ይቅርታ፣ የንስሐ ምልክት የሆነውን ጥምቀት በምድረ በዳ እየሰበከ ነበር። |
55,072 | am_tg | መላው የይሁዳ ምድር እንዲሁም የኢየሩሳሌም ነዋሪዎች በሙሉ ወደ እሱ ይመጡ ነበር፤ ደግሞም ኃጢአታቸውን በግልጽ እየተናዘዙ ዮርዳኖስ ወንዝ ውስጥ በእሱ ይጠመቁ ነበር። | ብዘላ ሃገር ይሁዳን ኵሎም ሰብ የሩሳሌምን ከኣ፡ ናብኡ ወጹ፣ ሓጢኣቶም እናተናዘዙ እውን፡ ኣብ ፈለግ ዮርዳኖስ ብእኡ ተጠምቁ። |
55,073 | tg_am | ብዘላ ሃገር ይሁዳን ኵሎም ሰብ የሩሳሌምን ከኣ፡ ናብኡ ወጹ፣ ሓጢኣቶም እናተናዘዙ እውን፡ ኣብ ፈለግ ዮርዳኖስ ብእኡ ተጠምቁ። | መላው የይሁዳ ምድር እንዲሁም የኢየሩሳሌም ነዋሪዎች በሙሉ ወደ እሱ ይመጡ ነበር፤ ደግሞም ኃጢአታቸውን በግልጽ እየተናዘዙ ዮርዳኖስ ወንዝ ውስጥ በእሱ ይጠመቁ ነበር። |
55,074 | am_tg | ዮሐንስ የግመል ፀጉር ይለብስ፣ ወገቡም ላይ የቆዳ ቀበቶ ይታጠቅ የነበረ ሲሆን አንበጣና የዱር ማር ይበላ ነበር። | ዮሃንስ ድማ ካብ ጸጕሪ ገመል እተሰርሐ ኽዳን ይኽደን፡ ዕጣቕ ቈርበት ከኣ ኣብ ሕቘኡ ይዕጠቕ ነበረ፣ ኣንበጣን መዓር በረኻን ድማ ይበልዕ ነበረ። |
55,075 | tg_am | ዮሃንስ ድማ ካብ ጸጕሪ ገመል እተሰርሐ ኽዳን ይኽደን፡ ዕጣቕ ቈርበት ከኣ ኣብ ሕቘኡ ይዕጠቕ ነበረ፣ ኣንበጣን መዓር በረኻን ድማ ይበልዕ ነበረ። | ዮሐንስ የግመል ፀጉር ይለብስ፣ ወገቡም ላይ የቆዳ ቀበቶ ይታጠቅ የነበረ ሲሆን አንበጣና የዱር ማር ይበላ ነበር። |
55,076 | am_tg | እንዲህ እያለም ይሰብክ ነበር፦ “ከእኔ በኋላ ከእኔ የሚበረታ ይመጣል፤ እኔ ጎንበስ ብዬ የጫማውን ማሰሪያ እንኳ ለመፍታት አልበቃም። | ከምዚ ኢሉ ኸኣ ይሰብኽ ነበረ፦ “ድሕረይ፡ ካባይ ዚብርትዕ ይመጽእ ኣሎ፣ ኣነ ደኒነ ስራኽ ኣሳእኑ ንምፍታሕ ኣይበቅዕን እየ። |
55,077 | tg_am | ከምዚ ኢሉ ኸኣ ይሰብኽ ነበረ፦ “ድሕረይ፡ ካባይ ዚብርትዕ ይመጽእ ኣሎ፣ ኣነ ደኒነ ስራኽ ኣሳእኑ ንምፍታሕ ኣይበቅዕን እየ። | እንዲህ እያለም ይሰብክ ነበር፦ “ከእኔ በኋላ ከእኔ የሚበረታ ይመጣል፤ እኔ ጎንበስ ብዬ የጫማውን ማሰሪያ እንኳ ለመፍታት አልበቃም። |
55,078 | am_tg | እኔ በውኃ አጠመቅኳችሁ፤ እሱ ግን በመንፈስ ቅዱስ ያጠምቃችኋል።” | ኣነ ብማይ እየ ኣጥሚቐኩም፣ ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ኬጥምቐኩም እዩ።” |
55,079 | tg_am | ኣነ ብማይ እየ ኣጥሚቐኩም፣ ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ኬጥምቐኩም እዩ።” | እኔ በውኃ አጠመቅኳችሁ፤ እሱ ግን በመንፈስ ቅዱስ ያጠምቃችኋል።” |
55,080 | am_tg | በዚያን ጊዜ ኢየሱስ በገሊላ ከምትገኘው ከናዝሬት መጥቶ ዮርዳኖስ ወንዝ ውስጥ በዮሐንስ ተጠመቀ። | በተን መዓልትታት እቲአን፡ የሱስ ካብ ናዝሬት ናብ ገሊላ መጸ፡ ብዮሃንስ ከኣ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ። |
55,081 | tg_am | በተን መዓልትታት እቲአን፡ የሱስ ካብ ናዝሬት ናብ ገሊላ መጸ፡ ብዮሃንስ ከኣ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ። | በዚያን ጊዜ ኢየሱስ በገሊላ ከምትገኘው ከናዝሬት መጥቶ ዮርዳኖስ ወንዝ ውስጥ በዮሐንስ ተጠመቀ። |
55,082 | am_tg | ወዲያው ከውኃው እንደወጣ ሰማያት ተከፍተው መንፈስ እንደ ርግብ በእሱ ላይ ሲወርድ አየ። | ካብ ማይ ምስ ወጸ፡ ብኡብኡ ሰማያት ኪኽፈት፡ መንፈስ ድማ ከም ርግቢ ኣብኡ ኺወርድ ከሎ ረኣየ። |
55,083 | tg_am | ካብ ማይ ምስ ወጸ፡ ብኡብኡ ሰማያት ኪኽፈት፡ መንፈስ ድማ ከም ርግቢ ኣብኡ ኺወርድ ከሎ ረኣየ። | ወዲያው ከውኃው እንደወጣ ሰማያት ተከፍተው መንፈስ እንደ ርግብ በእሱ ላይ ሲወርድ አየ። |
55,084 | am_tg | ከዚያም “አንተ የምወድህ ልጄ ነህ፤ በአንተ ደስ ይለኛል” የሚል ድምፅ ከሰማያት መጣ። | ካብ ሰማያት ከኣ፡ “ዝሰመርኩኻ፡ ፍቑር ወደይ ንስኻ ኢኻ” ዚብል ድምጺ መጸ። |
55,085 | tg_am | ካብ ሰማያት ከኣ፡ “ዝሰመርኩኻ፡ ፍቑር ወደይ ንስኻ ኢኻ” ዚብል ድምጺ መጸ። | ከዚያም “አንተ የምወድህ ልጄ ነህ፤ በአንተ ደስ ይለኛል” የሚል ድምፅ ከሰማያት መጣ። |
55,086 | am_tg | ወዲያውም መንፈስ ወደ ምድረ በዳ እንዲሄድ ገፋፋው። | ብኡብኡ ኸኣ፡ መንፈስ ናብ በረኻ ኺወጽእ ደረኾ። |
55,087 | tg_am | ብኡብኡ ኸኣ፡ መንፈስ ናብ በረኻ ኺወጽእ ደረኾ። | ወዲያውም መንፈስ ወደ ምድረ በዳ እንዲሄድ ገፋፋው። |
55,088 | am_tg | በምድረ በዳም 40 ቀን ቆየ። በዚያ ሳለ ሰይጣን ፈተነው፤ ከአራዊትም ጋር ነበረ። መላእክትም ያገለግሉት ነበር። | ኣብቲ በረኻ ድማ፡ ብሰይጣን እናተፈተነ፡ 40 መዓልቲ ጸንሐ፣ ምስ ኣራዊት ከኣ ነበረ፣ መላእኽቲ እውን የገልግልዎ ነበሩ። |
55,089 | tg_am | ኣብቲ በረኻ ድማ፡ ብሰይጣን እናተፈተነ፡ 40 መዓልቲ ጸንሐ፣ ምስ ኣራዊት ከኣ ነበረ፣ መላእኽቲ እውን የገልግልዎ ነበሩ። | በምድረ በዳም 40 ቀን ቆየ። በዚያ ሳለ ሰይጣን ፈተነው፤ ከአራዊትም ጋር ነበረ። መላእክትም ያገለግሉት ነበር። |
55,090 | am_tg | ዮሐንስ ከታሰረ በኋላ ኢየሱስ የአምላክን ምሥራች እየሰበከ ወደ ገሊላ ሄደ። | ዮሃንስ ምስ ተታሕዘ፡ የሱስ ብስራት ኣምላኽ እናሰበኸ ናብ ገሊላ ኸደ፣ |
55,091 | tg_am | ዮሃንስ ምስ ተታሕዘ፡ የሱስ ብስራት ኣምላኽ እናሰበኸ ናብ ገሊላ ኸደ፣ | ዮሐንስ ከታሰረ በኋላ ኢየሱስ የአምላክን ምሥራች እየሰበከ ወደ ገሊላ ሄደ። |
55,092 | am_tg | “የተወሰነው ጊዜ ደርሷል፤ የአምላክ መንግሥት ቀርቧል። ንስሐ ግቡ፤ በምሥራቹም እመኑ” ይል ነበር። | “እቲ ምዱብ ግዜ ተፈጸመ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ከኣ ቀሪባ ኣላ። ተነስሑ፡ ብብስራት እውን እመኑ” ድማ ይብል ነበረ። |
55,093 | tg_am | “እቲ ምዱብ ግዜ ተፈጸመ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ከኣ ቀሪባ ኣላ። ተነስሑ፡ ብብስራት እውን እመኑ” ድማ ይብል ነበረ። | “የተወሰነው ጊዜ ደርሷል፤ የአምላክ መንግሥት ቀርቧል። ንስሐ ግቡ፤ በምሥራቹም እመኑ” ይል ነበር። |
55,094 | am_tg | በገሊላ ባሕር አጠገብ እየሄደ ሳለ ዓሣ አጥማጆች የነበሩት ስምዖንና ወንድሙ እንድርያስ መረቦቻቸውን ወደ ባሕሩ ሲጥሉ አየ። | ብጥቓ ባሕሪ ገሊላ ኪኸይድ ከሎ፡ ስምኦንን እንድርያስ ሓው ስምኦንን ገፈፍቲ ዓሳ ነበሩ እሞ፡ መርበቦም ናብ ባሕሪ ኺድርብዩ ኸለዉ ረኣየ። |
55,095 | tg_am | ብጥቓ ባሕሪ ገሊላ ኪኸይድ ከሎ፡ ስምኦንን እንድርያስ ሓው ስምኦንን ገፈፍቲ ዓሳ ነበሩ እሞ፡ መርበቦም ናብ ባሕሪ ኺድርብዩ ኸለዉ ረኣየ። | በገሊላ ባሕር አጠገብ እየሄደ ሳለ ዓሣ አጥማጆች የነበሩት ስምዖንና ወንድሙ እንድርያስ መረቦቻቸውን ወደ ባሕሩ ሲጥሉ አየ። |
55,096 | am_tg | ኢየሱስም “ኑ ተከተሉኝ፤ ሰው አጥማጆች አደርጋችኋለሁ” አላቸው። | የሱስ ድማ፡ “ኣነ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ እሞ፡ ስዓቡኒ” በሎም። |
55,097 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ኣነ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ እሞ፡ ስዓቡኒ” በሎም። | ኢየሱስም “ኑ ተከተሉኝ፤ ሰው አጥማጆች አደርጋችኋለሁ” አላቸው። |
55,098 | am_tg | እነሱም ወዲያውኑ መረቦቻቸውን ትተው ተከተሉት። | ብኡብኡ፡ መርበቦም ሓዲጎም ሰዓብዎ። |
55,099 | tg_am | ብኡብኡ፡ መርበቦም ሓዲጎም ሰዓብዎ። | እነሱም ወዲያውኑ መረቦቻቸውን ትተው ተከተሉት። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.