Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
55,100 | am_tg | ትንሽ እልፍ እንዳለ የዘብዴዎስን ልጅ ያዕቆብንና ወንድሙን ዮሐንስን ጀልባቸው ላይ ሆነው መረቦቻቸውን ሲጠግኑ አያቸውና | ካብኡ ቝሩብ ምስ ሓለፈ እውን፡ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡ ኣብ ጃልባኦም ኰይኖም መርበቦም ኬዐርዩ ኸለዉ ረኣየ፣ |
55,101 | tg_am | ካብኡ ቝሩብ ምስ ሓለፈ እውን፡ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡ ኣብ ጃልባኦም ኰይኖም መርበቦም ኬዐርዩ ኸለዉ ረኣየ፣ | ትንሽ እልፍ እንዳለ የዘብዴዎስን ልጅ ያዕቆብንና ወንድሙን ዮሐንስን ጀልባቸው ላይ ሆነው መረቦቻቸውን ሲጠግኑ አያቸውና |
55,102 | am_tg | ወዲያውኑ ጠራቸው። እነሱም አባታቸውን ዘብዴዎስን ከቅጥር ሠራተኞቹ ጋር ጀልባው ላይ ትተው ተከተሉት። | ቀልጢፉ ድማ ጸውዖም። ንሳቶም እውን ንኣቦኦም ዘብዴዎስ ምስ ዕሱባቱ ኣብ ጃልባ ሓዲጎም፡ ሰዓብዎ። |
55,103 | tg_am | ቀልጢፉ ድማ ጸውዖም። ንሳቶም እውን ንኣቦኦም ዘብዴዎስ ምስ ዕሱባቱ ኣብ ጃልባ ሓዲጎም፡ ሰዓብዎ። | ወዲያውኑ ጠራቸው። እነሱም አባታቸውን ዘብዴዎስን ከቅጥር ሠራተኞቹ ጋር ጀልባው ላይ ትተው ተከተሉት። |
55,104 | am_tg | ከዚያም ወደ ቅፍርናሆም ሄዱ። የሰንበት ቀን እንደደረሰም ወደ ምኩራብ ገብቶ ማስተማር ጀመረ። | ናብ ቅፍርናሆም ድማ ኣተዉ። ሰንበት ምስ ኰነ፡ ብኡብኡ ናብ ምኵራብ ኣትዩ ኺምህሮም ጀመረ። |
55,105 | tg_am | ናብ ቅፍርናሆም ድማ ኣተዉ። ሰንበት ምስ ኰነ፡ ብኡብኡ ናብ ምኵራብ ኣትዩ ኺምህሮም ጀመረ። | ከዚያም ወደ ቅፍርናሆም ሄዱ። የሰንበት ቀን እንደደረሰም ወደ ምኩራብ ገብቶ ማስተማር ጀመረ። |
55,106 | am_tg | እንደ ጸሐፍት ሳይሆን እንደ ባለሥልጣን ያስተምራቸው ስለነበረ ሕዝቡ በትምህርት አሰጣጡ እጅግ ተደነቁ። | ከም ጸሓፍቶም ዘይኰነስ፡ ስልጣን ከም ዘለዎ ገይሩ ይምህሮም ነበረ እሞ፡ ብኣመሃህራኡ ተገረሙ። |
55,107 | tg_am | ከም ጸሓፍቶም ዘይኰነስ፡ ስልጣን ከም ዘለዎ ገይሩ ይምህሮም ነበረ እሞ፡ ብኣመሃህራኡ ተገረሙ። | እንደ ጸሐፍት ሳይሆን እንደ ባለሥልጣን ያስተምራቸው ስለነበረ ሕዝቡ በትምህርት አሰጣጡ እጅግ ተደነቁ። |
55,108 | am_tg | በዚሁ ጊዜ በምኩራባቸው ውስጥ የነበረ፣ ርኩስ መንፈስ የያዘው አንድ ሰው በኃይል ጮኾ እንዲህ አለ፦ | በታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ኣብ ምኵራቦም ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ነበረ፣ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ |
55,109 | tg_am | በታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ኣብ ምኵራቦም ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ነበረ፣ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ | በዚሁ ጊዜ በምኩራባቸው ውስጥ የነበረ፣ ርኩስ መንፈስ የያዘው አንድ ሰው በኃይል ጮኾ እንዲህ አለ፦ |
55,110 | am_tg | “የናዝሬቱ ኢየሱስ፣ እኛ ከአንተ ጋር ምን ጉዳይ አለን? የመጣኸው ልታጠፋን ነው? ማን እንደሆንክ በሚገባ አውቃለሁ፤ አንተ የአምላክ ቅዱስ አገልጋይ ነህ!” | “ኣታ ናዝሬታዊ የሱስ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎና፧ ከተጥፍኣናዶ መጺእካ፧ መን ምዃንካ ብልክዕ ፈሊጠካ ኣለኹ፣ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ኢኻ!” |
55,111 | tg_am | “ኣታ ናዝሬታዊ የሱስ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎና፧ ከተጥፍኣናዶ መጺእካ፧ መን ምዃንካ ብልክዕ ፈሊጠካ ኣለኹ፣ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ኢኻ!” | “የናዝሬቱ ኢየሱስ፣ እኛ ከአንተ ጋር ምን ጉዳይ አለን? የመጣኸው ልታጠፋን ነው? ማን እንደሆንክ በሚገባ አውቃለሁ፤ አንተ የአምላክ ቅዱስ አገልጋይ ነህ!” |
55,112 | am_tg | ሆኖም ኢየሱስ “ዝም በል፤ ከእሱም ውጣ!” ብሎ ገሠጸው። | የሱስ ግና፡ “ስቕ በል፡ ካብኡ እውን ውጻእ!” ኢሉ ገንሖ። |
55,113 | tg_am | የሱስ ግና፡ “ስቕ በል፡ ካብኡ እውን ውጻእ!” ኢሉ ገንሖ። | ሆኖም ኢየሱስ “ዝም በል፤ ከእሱም ውጣ!” ብሎ ገሠጸው። |
55,114 | am_tg | ርኩሱም መንፈስ ሰውየውን ጥሎ ካንፈራገጠው በኋላ በታላቅ ድምፅ ጮኾ ከእሱ ወጣ። | እቲ ርኹስ መንፈስ ከኣ፡ ምስ ኣንፈርፈሮን ዓው ኢሉ ምስ ጨደረን ካብኡ ወጸ። |
55,115 | tg_am | እቲ ርኹስ መንፈስ ከኣ፡ ምስ ኣንፈርፈሮን ዓው ኢሉ ምስ ጨደረን ካብኡ ወጸ። | ርኩሱም መንፈስ ሰውየውን ጥሎ ካንፈራገጠው በኋላ በታላቅ ድምፅ ጮኾ ከእሱ ወጣ። |
55,116 | am_tg | ሕዝቡ ሁሉ እጅግ በመገረም እርስ በርሳቸው “ይህ ምንድን ነው? ትምህርቱ ለየት ያለ ነው! ርኩሳን መናፍስትን እንኳ ሳይቀር በሥልጣን ያዛል፤ እነሱም ይታዘዙለታል” ተባባሉ። | ኵላቶም ኣዝዮም ስለ እተገረሙ፡ “እዚ እንታይ እዩ፧ ሓድሽ ትምህርቲ! ንርኹሳት መናፍስቲ ብስልጣን ይእዝዞም፡ ንሳቶም ከኣ ይእዘዝዎ” እናበሉ ተመያየጡ። |
55,117 | tg_am | ኵላቶም ኣዝዮም ስለ እተገረሙ፡ “እዚ እንታይ እዩ፧ ሓድሽ ትምህርቲ! ንርኹሳት መናፍስቲ ብስልጣን ይእዝዞም፡ ንሳቶም ከኣ ይእዘዝዎ” እናበሉ ተመያየጡ። | ሕዝቡ ሁሉ እጅግ በመገረም እርስ በርሳቸው “ይህ ምንድን ነው? ትምህርቱ ለየት ያለ ነው! ርኩሳን መናፍስትን እንኳ ሳይቀር በሥልጣን ያዛል፤ እነሱም ይታዘዙለታል” ተባባሉ። |
55,118 | am_tg | ወዲያውኑም በመላው የገሊላ ግዛት በየአቅጣጫው ስለ እሱ በስፋት ተወራ። | ወሪኡ ድማ፡ ቀልጢፉ ናብ ብዘሎ ዞባ ገሊላ ብዅሉ ኣንፈት ተዘርግሐ። |
55,119 | tg_am | ወሪኡ ድማ፡ ቀልጢፉ ናብ ብዘሎ ዞባ ገሊላ ብዅሉ ኣንፈት ተዘርግሐ። | ወዲያውኑም በመላው የገሊላ ግዛት በየአቅጣጫው ስለ እሱ በስፋት ተወራ። |
55,120 | am_tg | በዚህ ጊዜ ከምኩራብ ወጥተው ከያዕቆብና ከዮሐንስ ጋር ወደ ስምዖንና እንድርያስ ቤት ሄዱ። | ሽዑ፡ ካብ ምኵራብ ወጺኦም ምስ ያእቆብን ዮሃንስን ናብ እንዳ ስምኦንን እንድርያስን ኣተዉ። |
55,121 | tg_am | ሽዑ፡ ካብ ምኵራብ ወጺኦም ምስ ያእቆብን ዮሃንስን ናብ እንዳ ስምኦንን እንድርያስን ኣተዉ። | በዚህ ጊዜ ከምኩራብ ወጥተው ከያዕቆብና ከዮሐንስ ጋር ወደ ስምዖንና እንድርያስ ቤት ሄዱ። |
55,122 | am_tg | የስምዖን አማት ትኩሳት ይዟት ተኝታ ነበር፤ ስለ እሷም ወዲያው ለኢየሱስ ነገሩት። | ሓማት ስምኦን ድማ ረስኒ ስለ ዝነበራ፡ ደቂሳ ነበረት፣ ንሳቶም ከኣ ብኡብኡ ብዛዕባኣ ነገርዎ። |
55,123 | tg_am | ሓማት ስምኦን ድማ ረስኒ ስለ ዝነበራ፡ ደቂሳ ነበረት፣ ንሳቶም ከኣ ብኡብኡ ብዛዕባኣ ነገርዎ። | የስምዖን አማት ትኩሳት ይዟት ተኝታ ነበር፤ ስለ እሷም ወዲያው ለኢየሱስ ነገሩት። |
55,124 | am_tg | እሱም ወደተኛችበት በመሄድ እጇን ይዞ አስነሳት። በዚህ ጊዜ ትኩሳቱ ለቀቃትና ታገለግላቸው ጀመር። | ናብኣ ቐሪቡ ድማ፡ ብኢዳ ሒዙ ኣተንስኣ እሞ፡ ረስና ሓደጋ። ንሳ እውን ኣገልገለቶም። |
55,125 | tg_am | ናብኣ ቐሪቡ ድማ፡ ብኢዳ ሒዙ ኣተንስኣ እሞ፡ ረስና ሓደጋ። ንሳ እውን ኣገልገለቶም። | እሱም ወደተኛችበት በመሄድ እጇን ይዞ አስነሳት። በዚህ ጊዜ ትኩሳቱ ለቀቃትና ታገለግላቸው ጀመር። |
55,126 | am_tg | ፀሐይ ከጠለቀች በኋላ፣ ምሽት ላይ ሰዎች የታመሙትንና በአጋንንት የተያዙትን ሁሉ ወደ እሱ ያመጡ ጀመር፤ | ጸሓይ ዓሪባ ምስ መሰየ፡ ዝሓመሙን ኣጋንንቲ ዝሓደርዎምን ዘበሉ ዅሎም ኣምጽኡሉ፣ |
55,127 | tg_am | ጸሓይ ዓሪባ ምስ መሰየ፡ ዝሓመሙን ኣጋንንቲ ዝሓደርዎምን ዘበሉ ዅሎም ኣምጽኡሉ፣ | ፀሐይ ከጠለቀች በኋላ፣ ምሽት ላይ ሰዎች የታመሙትንና በአጋንንት የተያዙትን ሁሉ ወደ እሱ ያመጡ ጀመር፤ |
55,128 | am_tg | የከተማዋም ሰው ሁሉ በደጅ ተሰብስቦ ነበር። | ብምልእታ እታ ኸተማ ድማ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ተኣከበት። |
55,129 | tg_am | ብምልእታ እታ ኸተማ ድማ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ተኣከበት። | የከተማዋም ሰው ሁሉ በደጅ ተሰብስቦ ነበር። |
55,130 | am_tg | ኢየሱስም በተለያየ በሽታ የተያዙ በርካታ ሰዎችን ፈወሰ፤ ብዙ አጋንንትንም አወጣ። ሆኖም አጋንንቱ ክርስቶስ መሆኑን አውቀው ስለነበር እንዲናገሩ አልፈቀደላቸውም። | እተፈላለየ ሕማም ንዘለዎም ብዙሓት ኣሕወየ፣ ብዙሓት ኣጋንንቲ እውን ኣውጽአ፣ ግናኸ፡ ነቶም ኣጋንንቲ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ይፈልጡ ስለ ዝነበሩ፡ ኪዛረቡ ኣይፈቐደሎምን። |
55,131 | tg_am | እተፈላለየ ሕማም ንዘለዎም ብዙሓት ኣሕወየ፣ ብዙሓት ኣጋንንቲ እውን ኣውጽአ፣ ግናኸ፡ ነቶም ኣጋንንቲ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ይፈልጡ ስለ ዝነበሩ፡ ኪዛረቡ ኣይፈቐደሎምን። | ኢየሱስም በተለያየ በሽታ የተያዙ በርካታ ሰዎችን ፈወሰ፤ ብዙ አጋንንትንም አወጣ። ሆኖም አጋንንቱ ክርስቶስ መሆኑን አውቀው ስለነበር እንዲናገሩ አልፈቀደላቸውም። |
55,132 | am_tg | ኢየሱስ በማለዳ ገና ጎህ ሳይቀድ ተነስቶ ከቤት ወጣና ገለል ወዳለ ስፍራ ሄደ፤ እዚያም መጸለይ ጀመረ። | ገና ጸልማት ከሎ፡ ኣንጊሁ ተንሲኡ፡ ናብ ወጻኢ ወጸ፣ ናብ ጽምዊ ቦታ ኸይዱ ኸኣ፡ ኣብኡ ጸለየ። |
55,133 | tg_am | ገና ጸልማት ከሎ፡ ኣንጊሁ ተንሲኡ፡ ናብ ወጻኢ ወጸ፣ ናብ ጽምዊ ቦታ ኸይዱ ኸኣ፡ ኣብኡ ጸለየ። | ኢየሱስ በማለዳ ገና ጎህ ሳይቀድ ተነስቶ ከቤት ወጣና ገለል ወዳለ ስፍራ ሄደ፤ እዚያም መጸለይ ጀመረ። |
55,134 | am_tg | ይሁን እንጂ ስምዖንና ከእሱ ጋር የነበሩት አጥብቀው ፈለጉት፤ | ስምኦንን እቶም ምስኡ ዝነበሩን ደልዮም |
55,135 | tg_am | ስምኦንን እቶም ምስኡ ዝነበሩን ደልዮም | ይሁን እንጂ ስምዖንና ከእሱ ጋር የነበሩት አጥብቀው ፈለጉት፤ |
55,136 | am_tg | ባገኙትም ጊዜ “ሰው ሁሉ እየፈለገህ ነው” አሉት። | ረኸብዎ፣ “ኵላቶም ይደልዩኻ ኣለዉ” ድማ በልዎ። |
55,137 | tg_am | ረኸብዎ፣ “ኵላቶም ይደልዩኻ ኣለዉ” ድማ በልዎ። | ባገኙትም ጊዜ “ሰው ሁሉ እየፈለገህ ነው” አሉት። |
55,138 | am_tg | እሱ ግን “በዚያም እንድሰብክ በአቅራቢያ ወዳሉት ከተሞች እንሂድ፤ የመጣሁት ለዚሁ ነውና” አላቸው። | ንሱ ግና፡ “ምእንቲ እዚ እየ መጺአ እሞ፡ ኣብኡ እውን ምእንቲ ኽሰብኽሲ፡ ናብ ካልእ፡ ኣብ ቀረባ ናብ ዘለዋ ዓድታት ንኺድ” በሎም። |
55,139 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ምእንቲ እዚ እየ መጺአ እሞ፡ ኣብኡ እውን ምእንቲ ኽሰብኽሲ፡ ናብ ካልእ፡ ኣብ ቀረባ ናብ ዘለዋ ዓድታት ንኺድ” በሎም። | እሱ ግን “በዚያም እንድሰብክ በአቅራቢያ ወዳሉት ከተሞች እንሂድ፤ የመጣሁት ለዚሁ ነውና” አላቸው። |
55,140 | am_tg | እንዳለውም በምኩራቦቻቸው እየሰበከና አጋንንትን እያወጣ በመላዋ ገሊላ ተዘዋወረ። | ኣብ ምኵራባቶም እናሰበኸን ኣጋንንቲ እናኣውጽአን፡ ኣብ ብዘላ ገሊላ ዞረ። |
55,141 | tg_am | ኣብ ምኵራባቶም እናሰበኸን ኣጋንንቲ እናኣውጽአን፡ ኣብ ብዘላ ገሊላ ዞረ። | እንዳለውም በምኩራቦቻቸው እየሰበከና አጋንንትን እያወጣ በመላዋ ገሊላ ተዘዋወረ። |
55,142 | am_tg | በሥጋ ደዌ የተያዘ አንድ ሰውም ወደ እሱ ቀርቦ “ብትፈልግ እኮ ልታነጻኝ ትችላለህ” በማለት ተንበርክኮ ተማጸነው። | ሓደ ድዉይ ከኣ ናብኡ መጸ፣ ተምበርኪኹ ድማ፡ “እንተ ደሊኻስ፡ ከተንጽሃኒ ትኽእል ኢኻ” እናበለ ለመኖ። |
55,143 | tg_am | ሓደ ድዉይ ከኣ ናብኡ መጸ፣ ተምበርኪኹ ድማ፡ “እንተ ደሊኻስ፡ ከተንጽሃኒ ትኽእል ኢኻ” እናበለ ለመኖ። | በሥጋ ደዌ የተያዘ አንድ ሰውም ወደ እሱ ቀርቦ “ብትፈልግ እኮ ልታነጻኝ ትችላለህ” በማለት ተንበርክኮ ተማጸነው። |
55,144 | am_tg | በዚህ ጊዜ በጣም አዘነለትና እጁን ዘርግቶ ዳሰሰው፤ ከዚያም “እፈልጋለሁ! ንጻ” አለው። | ንሱ ኸኣ ደንገጸሉ፡ ኢዱ ዘርጊሑ እውን ተንከዮ፡ “እደሊ እየ። ንጻህ” ከኣ በሎ። |
55,145 | tg_am | ንሱ ኸኣ ደንገጸሉ፡ ኢዱ ዘርጊሑ እውን ተንከዮ፡ “እደሊ እየ። ንጻህ” ከኣ በሎ። | በዚህ ጊዜ በጣም አዘነለትና እጁን ዘርግቶ ዳሰሰው፤ ከዚያም “እፈልጋለሁ! ንጻ” አለው። |
55,146 | am_tg | ወዲያውኑ የሥጋ ደዌው ለቀቀውና ነጻ። | ብኡብኡ ድማ፡ ደዌኡ ጠፍአ፡ ነጽሀ ኸኣ። |
55,147 | tg_am | ብኡብኡ ድማ፡ ደዌኡ ጠፍአ፡ ነጽሀ ኸኣ። | ወዲያውኑ የሥጋ ደዌው ለቀቀውና ነጻ። |
55,148 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ ሰውየውን በጥብቅ አስጠንቅቆ ቶሎ አሰናበተው፤ | ብጥብቂ ኣዚዙ እውን ሰደዶ፣ |
55,149 | tg_am | ብጥብቂ ኣዚዙ እውን ሰደዶ፣ | ከዚያም ኢየሱስ ሰውየውን በጥብቅ አስጠንቅቆ ቶሎ አሰናበተው፤ |
55,150 | am_tg | እንዲህም አለው፦ “ለማንም አንዳች ነገር እንዳትናገር ተጠንቀቅ፤ ነገር ግን ሄደህ ራስህን ለካህን አሳይ፤ ሙሴ ያዘዛቸውንም ነገሮች አቅርብ፤ ካህናቱም ማስረጃውን ይመለከታሉ።” | “ንሓደ እኳ ገለ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ ስለ ምንጻህካ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ ኣቕርብ” እውን በሎ። |
55,151 | tg_am | “ንሓደ እኳ ገለ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ ስለ ምንጻህካ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ ኣቕርብ” እውን በሎ። | እንዲህም አለው፦ “ለማንም አንዳች ነገር እንዳትናገር ተጠንቀቅ፤ ነገር ግን ሄደህ ራስህን ለካህን አሳይ፤ ሙሴ ያዘዛቸውንም ነገሮች አቅርብ፤ ካህናቱም ማስረጃውን ይመለከታሉ።” |
55,152 | am_tg | ሰውየው ግን ከሄደ በኋላ የሆነውን ነገር በሰፊው አወራ፤ ወሬውንም በየቦታው አሰራጨ፤ ስለሆነም ኢየሱስ ከዚህ በኋላ በግልጽ ወደ ከተማ መግባት ባለመቻሉ ከከተማ ውጭ ገለል ባሉ ቦታዎች ይኖር ጀመር። ይሁንና ሰዎች ከየአቅጣጫው ወደ እሱ መምጣታቸውን ቀጠሉ። | እቲ ሰብ እቲ ግና፡ ምስ ከደ ብዙሕ ኪነግርን ኬውርን ጀመረ፣ ስለዚ ኸኣ፡ የሱስ ኣብ ጽምዊ ቦታታት ደኣ ጸንሐ እምበር፡ ናብ ከተማ ብግህዶ ኺኣቱ ኣይከኣለን። ግናኸ፡ ካብ ኵሉ ሸነኽ ናብኡ ይመጹ ነበሩ። |
55,153 | tg_am | እቲ ሰብ እቲ ግና፡ ምስ ከደ ብዙሕ ኪነግርን ኬውርን ጀመረ፣ ስለዚ ኸኣ፡ የሱስ ኣብ ጽምዊ ቦታታት ደኣ ጸንሐ እምበር፡ ናብ ከተማ ብግህዶ ኺኣቱ ኣይከኣለን። ግናኸ፡ ካብ ኵሉ ሸነኽ ናብኡ ይመጹ ነበሩ። | ሰውየው ግን ከሄደ በኋላ የሆነውን ነገር በሰፊው አወራ፤ ወሬውንም በየቦታው አሰራጨ፤ ስለሆነም ኢየሱስ ከዚህ በኋላ በግልጽ ወደ ከተማ መግባት ባለመቻሉ ከከተማ ውጭ ገለል ባሉ ቦታዎች ይኖር ጀመር። ይሁንና ሰዎች ከየአቅጣጫው ወደ እሱ መምጣታቸውን ቀጠሉ። |
55,154 | am_tg | ከኢየሩሳሌም የመጡ ፈሪሳውያንና አንዳንድ ጸሐፍት ወደ እሱ ተሰበሰቡ። | ካብ የሩሳሌም ዝመጹ ፈሪሳውያንን ገለ ኻብ ጸሓፍትን ናብኡ ተኣከቡ። |
55,155 | tg_am | ካብ የሩሳሌም ዝመጹ ፈሪሳውያንን ገለ ኻብ ጸሓፍትን ናብኡ ተኣከቡ። | ከኢየሩሳሌም የመጡ ፈሪሳውያንና አንዳንድ ጸሐፍት ወደ እሱ ተሰበሰቡ። |
55,156 | am_tg | ከደቀ መዛሙርቱ አንዳንዶቹ በረከሰ ማለትም ባልታጠበ እጅ ምግብ ሲበሉ አዩ። | ገለ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ብዝረኸሳ፡ ማለት ብዘይተሓጽባ ኣእዳው ኪበልዑ ረኣዩ። |
55,157 | tg_am | ገለ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ብዝረኸሳ፡ ማለት ብዘይተሓጽባ ኣእዳው ኪበልዑ ረኣዩ። | ከደቀ መዛሙርቱ አንዳንዶቹ በረከሰ ማለትም ባልታጠበ እጅ ምግብ ሲበሉ አዩ። |
55,158 | am_tg | (ፈሪሳውያንና አይሁዳውያን ሁሉ የአባቶችን ወግ አጥብቀው ስለሚከተሉ እጃቸውን እስከ ክርናቸው ድረስ ካልታጠቡ አይበሉም ነበር፤ | (ከመይሲ፡ ፈሪሳውያንን ኵሎም ኣይሁድን፡ ስርዓት ቀዳሞት ምእንቲ ኺሕልዉ፡ ክሳዕ ኵርናዕ ኢዶም እንተ ዘይተሓጺቦም ኣይበልዑን ነበሩ፣ |
55,159 | tg_am | (ከመይሲ፡ ፈሪሳውያንን ኵሎም ኣይሁድን፡ ስርዓት ቀዳሞት ምእንቲ ኺሕልዉ፡ ክሳዕ ኵርናዕ ኢዶም እንተ ዘይተሓጺቦም ኣይበልዑን ነበሩ፣ | (ፈሪሳውያንና አይሁዳውያን ሁሉ የአባቶችን ወግ አጥብቀው ስለሚከተሉ እጃቸውን እስከ ክርናቸው ድረስ ካልታጠቡ አይበሉም ነበር፤ |
55,160 | am_tg | ከገበያ ሲመለሱም ካልታጠቡ በስተቀር አይበሉም። ጽዋዎችን፣ ገንቦዎችንና የነሐስ ዕቃዎችን ውኃ ውስጥ እንደመንከር ያሉ ከአባቶቻቸው የወረሷቸውና አጥብቀው የሚከተሏቸው ሌሎች በርካታ ወጎችም አሉ።) | ካብ ዕዳጋ ምስ መጹ እውን፡ እንተ ዘይተሓጺቦም ኣይበልዑን ነበሩ። ከም ምጥላቕ ጣሳን ዕትሮን ኣቕሓ ነሓስን ዝኣመሰለ ኺሕልውዎ ዘለዎም ብዙሕ ካልእ ስርዓታት እውን ነበሮም።) |
55,161 | tg_am | ካብ ዕዳጋ ምስ መጹ እውን፡ እንተ ዘይተሓጺቦም ኣይበልዑን ነበሩ። ከም ምጥላቕ ጣሳን ዕትሮን ኣቕሓ ነሓስን ዝኣመሰለ ኺሕልውዎ ዘለዎም ብዙሕ ካልእ ስርዓታት እውን ነበሮም።) | ከገበያ ሲመለሱም ካልታጠቡ በስተቀር አይበሉም። ጽዋዎችን፣ ገንቦዎችንና የነሐስ ዕቃዎችን ውኃ ውስጥ እንደመንከር ያሉ ከአባቶቻቸው የወረሷቸውና አጥብቀው የሚከተሏቸው ሌሎች በርካታ ወጎችም አሉ።) |
55,162 | am_tg | በመሆኑም እነዚህ ፈሪሳውያንና ጸሐፍት “ደቀ መዛሙርትህ የአባቶችን ወግ ከመከተል ይልቅ በረከሰ እጅ የሚበሉት ለምንድን ነው?” ሲሉ ጠየቁት። | እዞም ፈሪሳውያንን ጸሓፍትን እዚኦም፡ “ስለምንታይ እዮም ደቀ መዛሙርትኻ ስርዓት ቀዳሞት ከይሕልዉስ፡ ብዝረኸሳ ኣእዳው ዚበልዑ፧” ኢሎም ሓተትዎ። |
55,163 | tg_am | እዞም ፈሪሳውያንን ጸሓፍትን እዚኦም፡ “ስለምንታይ እዮም ደቀ መዛሙርትኻ ስርዓት ቀዳሞት ከይሕልዉስ፡ ብዝረኸሳ ኣእዳው ዚበልዑ፧” ኢሎም ሓተትዎ። | በመሆኑም እነዚህ ፈሪሳውያንና ጸሐፍት “ደቀ መዛሙርትህ የአባቶችን ወግ ከመከተል ይልቅ በረከሰ እጅ የሚበሉት ለምንድን ነው?” ሲሉ ጠየቁት። |
55,164 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ኢሳይያስ፣ ግብዞች ስለሆናችሁት ስለ እናንተ በትክክል ተንብዮአል፤ እንዲህ ተብሎ ተጽፏልና፦ ‘ይህ ሕዝብ በከንፈሩ ያከብረኛል፤ ልቡ ግን ከእኔ እጅግ የራቀ ነው። | ንሱ ድማ፡ “ኣቱም ግቡዛት፡ ከምቲ ኣብ ጽሑፍ ዘሎ፡ ኢሳይያስ ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦ ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ። |
55,165 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ኣቱም ግቡዛት፡ ከምቲ ኣብ ጽሑፍ ዘሎ፡ ኢሳይያስ ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦ ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ። | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ኢሳይያስ፣ ግብዞች ስለሆናችሁት ስለ እናንተ በትክክል ተንብዮአል፤ እንዲህ ተብሎ ተጽፏልና፦ ‘ይህ ሕዝብ በከንፈሩ ያከብረኛል፤ ልቡ ግን ከእኔ እጅግ የራቀ ነው። |
55,166 | am_tg | የሚያስተምሩት የሰውን ሥርዓት ስለሆነ እኔን የሚያመልኩት በከንቱ ነው።’ | ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’ |
55,167 | tg_am | ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’ | የሚያስተምሩት የሰውን ሥርዓት ስለሆነ እኔን የሚያመልኩት በከንቱ ነው።’ |
55,168 | am_tg | የአምላክን ትእዛዝ ትታችሁ የሰውን ወግ አጥብቃችሁ ትከተላላችሁ።” | ትእዛዝ ኣምላኽ ሓዲግኩም፡ ስርዓት ሰብ ትሕልዉ ኣለኹም” በሎም። |
55,169 | tg_am | ትእዛዝ ኣምላኽ ሓዲግኩም፡ ስርዓት ሰብ ትሕልዉ ኣለኹም” በሎም። | የአምላክን ትእዛዝ ትታችሁ የሰውን ወግ አጥብቃችሁ ትከተላላችሁ።” |
55,170 | am_tg | ደግሞም እንዲህ አላቸው፦ “የራሳችሁን ወግ ለመጠበቅ ስትሉ የአምላክን ትእዛዝ በዘዴ ገሸሽ ታደርጋላችሁ። | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ስርዓትኩም ምእንቲ ኽትሕልዉ፡ ትእዛዝ ኣምላኽ ብሜላ ተፍርሱ ኣለኹም። |
55,171 | tg_am | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ስርዓትኩም ምእንቲ ኽትሕልዉ፡ ትእዛዝ ኣምላኽ ብሜላ ተፍርሱ ኣለኹም። | ደግሞም እንዲህ አላቸው፦ “የራሳችሁን ወግ ለመጠበቅ ስትሉ የአምላክን ትእዛዝ በዘዴ ገሸሽ ታደርጋላችሁ። |
55,172 | am_tg | ለምሳሌ ሙሴ ‘አባትህንና እናትህን አክብር’ እንዲሁም ‘አባቱን ወይም እናቱን የሚሳደብ ይገደል’ ብሏል። | ንኣብነት፡ ሙሴ፡ ‘ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡’ ከምኡ ድማ ‘ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ሕማቕ ዚዛረብ ይቀተል’ ኢሉ እዩ። |
55,173 | tg_am | ንኣብነት፡ ሙሴ፡ ‘ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡’ ከምኡ ድማ ‘ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ሕማቕ ዚዛረብ ይቀተል’ ኢሉ እዩ። | ለምሳሌ ሙሴ ‘አባትህንና እናትህን አክብር’ እንዲሁም ‘አባቱን ወይም እናቱን የሚሳደብ ይገደል’ ብሏል። |
55,174 | am_tg | እናንተ ግን እንዲህ ትላላችሁ፦ ‘አንድ ሰው አባቱን ወይም እናቱን “እናንተን መጦር የምችልበት፣ ያለኝ ነገር ሁሉ ቁርባን (ማለትም ለአምላክ የተወሰነ ስጦታ) ነው” ቢል’ | ንስኻትኩም ግና፡ ‘ሓደ ሰብ ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ፡ “እቲ ኻባይ እትረኽቦ ጥቕሚ፡ ቍርባን (ማለት፡ መባእ) ገይረዮ እየ” እንተ ኢሉ፡’ |
55,175 | tg_am | ንስኻትኩም ግና፡ ‘ሓደ ሰብ ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ፡ “እቲ ኻባይ እትረኽቦ ጥቕሚ፡ ቍርባን (ማለት፡ መባእ) ገይረዮ እየ” እንተ ኢሉ፡’ | እናንተ ግን እንዲህ ትላላችሁ፦ ‘አንድ ሰው አባቱን ወይም እናቱን “እናንተን መጦር የምችልበት፣ ያለኝ ነገር ሁሉ ቁርባን (ማለትም ለአምላክ የተወሰነ ስጦታ) ነው” ቢል’ |
55,176 | am_tg | ከዚያ በኋላ ለአባቱ ወይም ለእናቱ ምንም ነገር እንዲያደርግ አትፈቅዱለትም። | ደጊም ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ሓንቲ እኳ ኺገብረሎም ኣይትሓድግዎን። |
55,177 | tg_am | ደጊም ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ሓንቲ እኳ ኺገብረሎም ኣይትሓድግዎን። | ከዚያ በኋላ ለአባቱ ወይም ለእናቱ ምንም ነገር እንዲያደርግ አትፈቅዱለትም። |
55,178 | am_tg | በመሆኑም ለሌሎች በምታስተላልፉት ወግ የአምላክን ቃል ትሽራላችሁ። እንዲህ ያለም ብዙ ነገር ታደርጋላችሁ።” | በዚ ኸምዚ፡ በቲ እተመሓላልፍዎ ስርዓት ንቓል ኣምላኽ ከንቱ ትገብርዎ። ከምዚ ዝኣመሰለ ብዙሕ እውን ትገብሩ ኢኹም።” |
55,179 | tg_am | በዚ ኸምዚ፡ በቲ እተመሓላልፍዎ ስርዓት ንቓል ኣምላኽ ከንቱ ትገብርዎ። ከምዚ ዝኣመሰለ ብዙሕ እውን ትገብሩ ኢኹም።” | በመሆኑም ለሌሎች በምታስተላልፉት ወግ የአምላክን ቃል ትሽራላችሁ። እንዲህ ያለም ብዙ ነገር ታደርጋላችሁ።” |
55,180 | am_tg | ከዚያም ሕዝቡን እንደገና ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “ሁላችሁም ስሙኝ፤ የምናገረውንም አስተውሉ። | ነቶም ህዝቢ ኸም ብሓድሽ ጸዊዑ፡ “ኵላትኩም ስምዑንን ትርጉሙ ተረድኡን። |
55,181 | tg_am | ነቶም ህዝቢ ኸም ብሓድሽ ጸዊዑ፡ “ኵላትኩም ስምዑንን ትርጉሙ ተረድኡን። | ከዚያም ሕዝቡን እንደገና ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “ሁላችሁም ስሙኝ፤ የምናገረውንም አስተውሉ። |
55,182 | am_tg | ከውጭ ወደ ውስጥ ገብቶ ሰውን ሊያረክስ የሚችል ምንም ነገር የለም፤ ከዚህ ይልቅ ሰውን የሚያረክሰው ከውስጡ የሚወጣው ነው።” | እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ እምበር፡ እቲ ኻብ ወጻኢ ናብ ሰብ ዚኣቱስ ኬርክሶ ኣይክእልን እዩ” በሎም። |
55,183 | tg_am | እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ እምበር፡ እቲ ኻብ ወጻኢ ናብ ሰብ ዚኣቱስ ኬርክሶ ኣይክእልን እዩ” በሎም። | ከውጭ ወደ ውስጥ ገብቶ ሰውን ሊያረክስ የሚችል ምንም ነገር የለም፤ ከዚህ ይልቅ ሰውን የሚያረክሰው ከውስጡ የሚወጣው ነው።” |
55,184 | am_tg | ከሕዝቡ ተለይቶ ወደ ቤት በገባ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ ስለ ምሳሌው ይጠይቁት ጀመር። | ካብቶም ህዝቢ ተፈልዩ ናብ ቤት ምስ ኣተወ፡ ደቀ መዛሙርቱ ብዛዕባ እታ ምሳሌ ሓተትዎ። |
55,185 | tg_am | ካብቶም ህዝቢ ተፈልዩ ናብ ቤት ምስ ኣተወ፡ ደቀ መዛሙርቱ ብዛዕባ እታ ምሳሌ ሓተትዎ። | ከሕዝቡ ተለይቶ ወደ ቤት በገባ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ ስለ ምሳሌው ይጠይቁት ጀመር። |
55,186 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “እናንተም እንደ እነሱ ማስተዋል ተሳናችሁ? ከውጭ ወደ ውስጥ ገብቶ ሰውን ሊያረክስ የሚችል ምንም ነገር እንደሌለ አታውቁም? | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ንስኻትኩም እውንዶ ኸማታቶም ኣይትርድኡን ኢኹም፧ ካብ ወጻኢ ናብ ሰብ ዚኣቱ፡ ኬርክሶ ኸም ዘይክእልዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ |
55,187 | tg_am | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ንስኻትኩም እውንዶ ኸማታቶም ኣይትርድኡን ኢኹም፧ ካብ ወጻኢ ናብ ሰብ ዚኣቱ፡ ኬርክሶ ኸም ዘይክእልዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “እናንተም እንደ እነሱ ማስተዋል ተሳናችሁ? ከውጭ ወደ ውስጥ ገብቶ ሰውን ሊያረክስ የሚችል ምንም ነገር እንደሌለ አታውቁም? |
55,188 | am_tg | ምክንያቱም የሚገባው ወደ ልቡ ሳይሆን ወደ ሆዱ ነው፤ ከዚያም ወጥቶ ወደ ጉድጓድ ይገባል።” እንዲህ በማለት ምግብ ሁሉ ንጹሕ መሆኑን አመለከተ። | ከመይሲ፡ ናብ ልቢ ዘይኰነስ፡ ናብ ከብዲ እዩ ዚወርድ፣ ንግዳም ከኣ ይወጽእ።” በዚ ኸምዚ፡ ንዅሉ ምግቢ ኣንጽሀ። |
55,189 | tg_am | ከመይሲ፡ ናብ ልቢ ዘይኰነስ፡ ናብ ከብዲ እዩ ዚወርድ፣ ንግዳም ከኣ ይወጽእ።” በዚ ኸምዚ፡ ንዅሉ ምግቢ ኣንጽሀ። | ምክንያቱም የሚገባው ወደ ልቡ ሳይሆን ወደ ሆዱ ነው፤ ከዚያም ወጥቶ ወደ ጉድጓድ ይገባል።” እንዲህ በማለት ምግብ ሁሉ ንጹሕ መሆኑን አመለከተ። |
55,190 | am_tg | አክሎም እንዲህ አለ፦ “ሰውን የሚያረክሰው ከውስጡ የሚወጣው ነው። | ከምዚ ድማ በለ፦ “እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ። |
55,191 | tg_am | ከምዚ ድማ በለ፦ “እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ እዩ ንሰብ ዜርክሶ። | አክሎም እንዲህ አለ፦ “ሰውን የሚያረክሰው ከውስጡ የሚወጣው ነው። |
55,192 | am_tg | ከውስጥ ይኸውም ከሰው ልብ ክፉ ሐሳብ፣ የፆታ ብልግና፣ ሌብነትና ግድያ ይወጣሉ፤ | ካብ ውሽጢ ልቢ ሰብ ዚወጽእሲ፡ ጐዳኢ ሓሳብ፡ ምንዝርና፡ ስርቂ፡ ቅትለት፡ |
55,193 | tg_am | ካብ ውሽጢ ልቢ ሰብ ዚወጽእሲ፡ ጐዳኢ ሓሳብ፡ ምንዝርና፡ ስርቂ፡ ቅትለት፡ | ከውስጥ ይኸውም ከሰው ልብ ክፉ ሐሳብ፣ የፆታ ብልግና፣ ሌብነትና ግድያ ይወጣሉ፤ |
55,194 | am_tg | ደግሞም ምንዝር፣ መጎምጀት፣ ክፋት፣ ማታለል፣ ዓይን ያወጣ ምግባር፣ ምቀኝነት፣ ስድብ፣ ትዕቢትና ሞኝነት ይወጣሉ። | ዝሙት፡ ስስዐ፡ እከይ፡ ተንኰል፡ ንውርምና፡ ቅንኢ፡ ጸርፊ፡ ትዕቢት፡ ዕሽነት እዩ። |
55,195 | tg_am | ዝሙት፡ ስስዐ፡ እከይ፡ ተንኰል፡ ንውርምና፡ ቅንኢ፡ ጸርፊ፡ ትዕቢት፡ ዕሽነት እዩ። | ደግሞም ምንዝር፣ መጎምጀት፣ ክፋት፣ ማታለል፣ ዓይን ያወጣ ምግባር፣ ምቀኝነት፣ ስድብ፣ ትዕቢትና ሞኝነት ይወጣሉ። |
55,196 | am_tg | እነዚህ ክፉ ነገሮች ሁሉ ከሰው ልብ ይወጣሉ፤ ሰውንም ያረክሳሉ።” | እዚ ዅሉ እከይ ካብ ውሽጢ እዩ ዚወጽእ፡ ንሰብ ከኣ የርክሶ።” |
55,197 | tg_am | እዚ ዅሉ እከይ ካብ ውሽጢ እዩ ዚወጽእ፡ ንሰብ ከኣ የርክሶ።” | እነዚህ ክፉ ነገሮች ሁሉ ከሰው ልብ ይወጣሉ፤ ሰውንም ያረክሳሉ።” |
55,198 | am_tg | ከዚያም ተነስቶ ወደ ጢሮስና ሲዶና ክልል ሄደ። ወደ አንድ ቤትም ገባ፤ እዚያ መኖሩንም ማንም እንዲያውቅ አልፈለገም፤ ይሁንና ከሰዎች ሊሰወር አልቻለም። | ካብኡ ተንሲኡ ናብ ዞባ ጢሮስን ሲዶንን ከደ። ናብ ቤት ከኣ ኣተወ፣ ሓደ እኳ ኺፈልጥ ድማ ኣይደለየን። ግናኸ፡ ኪሕባእ ኣይከኣለን። |
55,199 | tg_am | ካብኡ ተንሲኡ ናብ ዞባ ጢሮስን ሲዶንን ከደ። ናብ ቤት ከኣ ኣተወ፣ ሓደ እኳ ኺፈልጥ ድማ ኣይደለየን። ግናኸ፡ ኪሕባእ ኣይከኣለን። | ከዚያም ተነስቶ ወደ ጢሮስና ሲዶና ክልል ሄደ። ወደ አንድ ቤትም ገባ፤ እዚያ መኖሩንም ማንም እንዲያውቅ አልፈለገም፤ ይሁንና ከሰዎች ሊሰወር አልቻለም። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.