Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
55,200
am_tg
ወዲያውም፣ ትንሽ ልጇ በርኩስ መንፈስ የተያዘችባት አንዲት ሴት ስለ እሱ ሰምታ መጣችና እግሩ ላይ ወደቀች።
ብኡብኡ፡ ጓላ ርኹስ መንፈስ ዝሓደራ ሓንቲ ሰበይቲ ብዛዕባኡ ሰሚዓ መጸት እሞ፡ ኣብ እግሩ ተደፍአት።
55,201
tg_am

55,202
am_tg
ሴትየዋ ግሪካዊት፣ በዜግነት ደግሞ ሲሮፊንቃዊት ነበረች፤ እሷም ጋኔኑን ከልጇ እንዲያስወጣላት ወተወተችው።
እታ ሰበይቲ ግሪኻዊት፡ ዜግነታ ሶርያ-ፊንቄኣዊት ነበረት፣ ካብ ጓላ ጋኔን ኬውጽኣላ ኸኣ ለመነቶ።
55,203

55,204
am_tg
እሱ ግን “የልጆችን ዳቦ ወስዶ ለቡችሎች መጣል ተገቢ ስላልሆነ መጀመሪያ ልጆቹ ይጥገቡ” አላት።
ንሱ ግና፡ “እንጌራ ውሉዳት ኣልዒልካ ንዀራኹር ምድርባይ ግቡእ ኣይኰነን እሞ፡ ቅድም እቶም ውሉዳት ይጽገቡ” በላ።
55,205

55,206
am_tg
ሆኖም ሴትየዋ መልሳ “አዎ ጌታዬ፣ ቡችሎችም እኮ ከገበታ በታች ሆነው ከልጆች የሚወድቀውን ፍርፋሪ ይበላሉ” አለችው።
ንሳ ግና፡ “እወ ጐይታይ፡ ኰራኹር እውን ካብ ትሕቲ መኣዲ ርፍራፍ ውሉዳት ይበልዑ እዮም” ኢላ መለሰትሉ።
55,207

55,208
am_tg
በዚህ ጊዜ “ሂጂ፤ እንዲህ ስላልሽ ጋኔኑ ከልጅሽ ወጥቷል” አላት።
ሽዑ፡ ንሱ፡ “ከምኡ ስለ ዝበልኪ፡ ኪዲ፣ እቲ ጋኔን ካብ ጓልኪ ወጺኡ ኣሎ” በላ።
55,209

55,210
am_tg
እሷም ወደ ቤቷ ስትመለስ ልጇ አልጋ ላይ ተኝታ፣ ጋኔኑም ወጥቶላት አገኘቻት።
ናብ ቤታ ምስ ተመልሰት፡ እታ ቘልዓ ኣብ ዓራት ደቂሳ፡ እቲ ጋኔን ከኣ ወጺኡላ ረኸበታ።
55,211

55,212
am_tg
ኢየሱስ ከጢሮስ ክልል ሲመለስ በሲዶና በኩል አድርጎ ዲካፖሊስ በተባለው ክልል በማለፍ ወደ ገሊላ ባሕር ሄደ።
የሱስ ካብ ዞባ ጢሮስ ምስ ተመልሰ፡ ብሲዶን ኣቢሉ፡ ብዞባ ደካጶሊስ ናብ ባሕሪ ገሊላ ኸደ።
55,213

55,214
am_tg
በዚያም ሰዎች መስማት የተሳነውና የመናገር እክል ያለበት አንድ ሰው ወደ እሱ አምጥተው እጁን እንዲጭንበት ተማጸኑት።
ሓደ ጸማምን ለኻትን ድማ ኣምጽኡሉ፣ ኢዱ ኼንብረሉ ኸኣ ለመንዎ።
55,215

55,216
am_tg
እሱም ከሕዝቡ ለይቶ ለብቻው ወሰደው። ከዚያም ጣቶቹን በሰውየው ጆሮዎች ውስጥ አስገባ፤ እንትፍ ካለ በኋላም የሰውየውን ምላስ ዳሰሰ።
ካብቶም ህዝቢ ንበይኑ ወሲዱ ድማ፡ ኣጻብዑ ኣብ ኣእዛን እቲ ሰብኣይ ኣንቢሩ፡ ጡፍ ኢሉ ልሳኑ ተንከዮ።
55,217

55,218
am_tg
ወደ ሰማይ እየተመለከተም በረጅሙ ተንፍሶ “ኤፈታ” አለው፤ ይህም “ተከፈት” ማለት ነው።
ናብ ሰማይ ኣዒንቱ ኣልዒሉ ኣዕሚቑ ድሕሪ ምስትንፋስ ከኣ፡ “ኤፋታ” በሎ፣ እዚ ኸኣ፡ “ተኸፈት” ማለት እዩ።
55,219

55,220
am_tg
በዚህ ጊዜ ጆሮዎቹ ተከፈቱ፤ ምላሱም ተፈቶ አጥርቶ መናገር ጀመረ።
ሽዑ፡ ኣእዛኑ ተኸፍታ፡ ማእሰርቲ ልሳኑ ተፈትሐ፡ ኣጽርዩ ድማ ተዛረበ።
55,221

55,222
am_tg
ይህን ለማንም እንዳይናገሩ አዘዛቸው፤ እነሱ ግን ይበልጥ ባስጠነቀቃቸው መጠን የዚያኑ ያህል ነገሩን በስፋት ያወሩ ነበር።
ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ኸኣ ኣዘዞም፣ ብመጠን እቲ ዚእዝዞም ዝነበረ ግና፡ ኣዝዮም የውርዩ ነበሩ።
55,223

55,224
am_tg
እንዲያውም ከመጠን በላይ ከመደነቃቸው የተነሳ “ያደረገው ነገር ሁሉ መልካም ነው። ሌላው ቀርቶ መስማት የተሳናቸው ሰዎች እንዲሰሙ፣ ዱዳዎችም እንዲናገሩ ያደርጋል” አሉ።
ብዙሕ ይግረሙ፡ “ንዅሉ ጽቡቕ ገይርዎ። ጸማማት ከም ዚሰምዑ፡ ዓባሳት ከኣ ከም ዚዛረቡ ገይሩ” ድማ ይብሉ ነበሩ።
55,225

55,226
am_tg
ከቤተ መቅደስ እየወጣ ሳለ ከደቀ መዛሙርቱ አንዱ “መምህር፣ እንዴት ያሉ ግሩም ድንጋዮችና ሕንጻዎች እንደሆኑ ተመልከት!” አለው።
የሱስ ካብ ቤተ መቕደስ ወጺኡ ኪኸይድ ከሎ፡ ሓደ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ፡ “መምህር፡ ከመይ ዝበለ ኣእማንን ከመይ ዝበለ ህንጻን እሞ ርአ!” በሎ።
55,227

55,228
am_tg
ኢየሱስ ግን “እነዚህን ታላላቅ ሕንጻዎች ታያለህ? ይህ ሁሉ ሳይፈርስ እንዲህ ድንጋይ በድንጋይ ላይ እንደተነባበረ ከቶ አይኖርም” አለው።
የሱስ ግና፡ “ነዚ ዓብዪ ህንጻስ ትርእዮዶ ኣለኻ፧ ኣብዚ፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ተነቢሩ ኸይፈረሰ ኸቶ ኣይኪተርፍን እዩ” በሎ።
55,229

55,230
am_tg
በቤተ መቅደሱ ትይዩ በደብረ ዘይት ተራራ ላይ ተቀምጦ ሳለ ጴጥሮስ፣ ያዕቆብ፣ ዮሐንስና እንድርያስ ብቻቸውን ሆነው እንዲህ በማለት ጠየቁት፦
ኣብ ደብረ ዘይቲ፡ ኣብ መንጽር እቲ ቤተ መቕደስ ተቐሚጡ ኸሎ፡ ጴጥሮስን ያእቆብን ዮሃንስን እንድርያስን ብሕት ኢሎም፡
55,231

55,232
am_tg
“እስቲ ንገረን፣ እነዚህ ነገሮች የሚፈጸሙት መቼ ነው? የእነዚህ ነገሮች ሁሉ መደምደሚያ መቅረቡን የሚያሳየው ምልክትስ ምንድን ነው?”
“እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧ እዚ ዅሉ መዓስ ከም ዚድምደም ዚሕብር ምልክትከ እንታይ እዩ፧” ኢሎም ሓተትዎ።
55,233

55,234
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ይላቸው ጀመር፦ “ማንም እንዳያሳስታችሁ ተጠንቀቁ።
የሱስ ከኣ ከምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ሓደ እኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ።
55,235

55,236
am_tg
ብዙዎች ‘እኔ እሱ ነኝ’ እያሉ በስሜ ይመጣሉ፤ ብዙዎችንም ያሳስታሉ።
‘ኣነ እየ’ እናበሉ ብዙሓት ብስመይ ኪመጹ እዮም፣ ንብዙሓት እውን ኬስሕቱ እዮም።
55,237

55,238
am_tg
ከዚህም ሌላ ጦርነትና የጦርነት ወሬ ስትሰሙ አትደናገጡ፤ እነዚህ ነገሮች መፈጸማቸው የግድ ነው፤ ሆኖም ፍጻሜው ገና ነው።
ውግእን ወረ ውግእን ምስ ሰማዕኩም፡ ኣይትሰምብዱ፣ እዚ ኪኸውን ኣለዎ፣ ግናኸ መወዳእታ ገና እዩ።
55,239

55,240
am_tg
“ሕዝብ በሕዝብ ላይ መንግሥትም በመንግሥት ላይ ይነሳልና፤ በተለያየ ስፍራ የምድር ነውጥ ይከሰታል፤ በተጨማሪም የምግብ እጥረት ይኖራል። እነዚህ የምጥ ጣር መጀመሪያ ናቸው።
“ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፡ መንግስቲ ድማ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኺልዓል እዩ፣ ኣብ በቦታኡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኪኸውን እዩ፣ ጥሜት ከኣ ኪኸውን እዩ። እዚ መጀመርታ ቕልውላው እዩ።
55,241

55,242
am_tg
“እናንተ ግን ለራሳችሁ ተጠንቀቁ። ሰዎች ለፍርድ ሸንጎ አሳልፈው ይሰጧችኋል፤ በምኩራብም ትገረፋላችሁ፤ በእኔ ምክንያት በገዢዎችና በነገሥታት ፊት ያቀርቧችኋል፤ በዚያ ጊዜ ለእነሱ መመሥከር ትችላላችሁ።
“ንስኻትኩም ግና ንርእስኹም ተጠንቀቑ። ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን፡ ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኣሕሊፎም ኪህቡኹም፡ ኣብ ምኵራባት ኪወቕዑኹም፡ ምእንታይ ከኣ ኣብ ቅድሚ ሹማምንትን ነገስታትን ኬቝሙኹም እዮም።
55,243

55,244
am_tg
አስቀድሞም ምሥራቹ ለብሔራት ሁሉ መሰበክ አለበት።
ቅድም ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ብስራት ኪስበኽ ኣለዎ።
55,245
tg_am
ቅድም ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ብስራት ኪስበኽ ኣለዎ።
አስቀድሞም ምሥራቹ ለብሔራት ሁሉ መሰበክ አለበት።
55,246
am_tg
አሳልፈው ለመስጠት በሚወስዷችሁ ጊዜም ምን እንላለን በማለት አስቀድማችሁ አትጨነቁ፤ ከዚህ ይልቅ በዚያች ሰዓት የሚሰጣችሁን ተናገሩ፤ የሚናገረው መንፈስ ቅዱስ እንጂ እናንተ አይደላችሁምና።
ኣሕሊፎም ንምሃብ ኪወስዱኹም ከለዉ ድማ፡ እንታይ ከም እትዛረቡ ኣቐዲምኩም ኣይትጨነቑ፣ መንፈስ ቅዱስ እምበር፡ ንስኻትኩም ኣይኰንኩምን እትዛረቡ እሞ፡ በታ ሰዓት እቲኣ እተዋህበኩም ዘበለ ተዛረቡ።
55,247

55,248
am_tg
በተጨማሪም ወንድም ወንድሙን፣ አባትም ልጁን ለሞት አሳልፎ ይሰጣል፤ ልጆችም በወላጆቻቸው ላይ ይነሳሉ፤ ደግሞም ያስገድሏቸዋል።
ሓው ንሓዉ፡ ኣቦ ኸኣ ንውሉዱ ንሞት ኣሕሊፉ ኺህብ እዩ፣ ውሉዳት ኣብ ልዕሊ ወለዶም ኪልዓሉን ኬቕትልዎምን እዮም።
55,249

55,250
am_tg
በስሜ የተነሳም ሰዎች ሁሉ ይጠሏችኋል። እስከ መጨረሻው የጸና ግን ይድናል።
ስለ ስመይ ከኣ፡ ብዅሉ ኽትጽልኡ ኢኹም። እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ።
55,251

55,252
am_tg
“ይሁንና ጥፋት የሚያመጣው ‘ርኩስ ነገር’ በማይገባው ስፍራ ቆሞ ስታዩ አንባቢው ያስተውል፤ በዚህ ጊዜ በይሁዳ ያሉ ወደ ተራሮች ይሽሹ።
“ግናኸ፡ እቲ ዜጥፍእ ጽያፍ ኣብ ዘይግብኦ ደው ኢሉ ምስ ረኣኹም፡ (እቲ ዜንብብ የስተውዕል፡) ሽዑ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዘለዉ ናብ ኣኽራን ይህደሙ።
55,253

55,254
am_tg
በጣሪያ ላይ ያለ ሰው አይውረድ፤ አንዳችም ነገር ለመውሰድ ወደ ቤቱ አይግባ፤
ኣብ ዝባን ናሕሲ ዘሎ ኣይውረድ፡ ካብ ቤቱ ገለ ኺማላእ ኢሉ እውን ኣይእቶ፣
55,255

55,256
am_tg
በእርሻም ያለ መደረቢያውን ለመውሰድ ወደ ኋላ አይመለስ።
ኣብ ግራት ዘሎ ድማ፡ ክዳኑ ኺወስድ ንድሕሪት ኣይመለስ።
55,257
tg_am
ኣብ ግራት ዘሎ ድማ፡ ክዳኑ ኺወስድ ንድሕሪት ኣይመለስ።
በእርሻም ያለ መደረቢያውን ለመውሰድ ወደ ኋላ አይመለስ።
55,258
am_tg
በእነዚያ ቀናት ለነፍሰ ጡሮችና ለሚያጠቡ ወዮላቸው!
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይለአን!
55,259
tg_am
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይለአን!
በእነዚያ ቀናት ለነፍሰ ጡሮችና ለሚያጠቡ ወዮላቸው!
55,260
am_tg
ይህ በክረምት እንዳይሆን ዘወትር ጸልዩ፤
እዚ ብኽረምቲ ኸይከውን ብቐጻሊ ጸልዩ፣
55,261
tg_am
እዚ ብኽረምቲ ኸይከውን ብቐጻሊ ጸልዩ፣
ይህ በክረምት እንዳይሆን ዘወትር ጸልዩ፤
55,262
am_tg
ምክንያቱም በእነዚያ ቀናት ከአምላክ የፍጥረት ሥራ መጀመሪያ አንስቶ እስከዚያ ጊዜ ድረስ ሆኖ የማያውቅ ዳግመኛም የማይሆን መከራ ይከሰታል።
ኣብተን መዓልትታት እቲአንሲ፡ ካብታ ኣምላኽ መጀመርታ ፍጥረት ዝፈጠረላ ኽሳዕ እቲ ግዜ እቲ ዘይኰነ፡ ከቶ ድማ ዘይከውን ጸበባ ኪኸውን እዩ።
55,263

55,264
am_tg
እንዲያውም ይሖዋ ቀኖቹን ባያሳጥራቸው ኖሮ ሥጋ ሁሉ ባልዳነ ነበር። ሆኖም እሱ ለመረጣቸው ምርጦች ሲል ቀኖቹን አሳጥሯል።
የሆዋ ነተን መዓልትታት እቲአን እንተ ዘየሕጽረንሲ፡ ስጋ ዘበለ ኣይምደሓነን፣ ምእንቲ እቶም ሕሩያት ግና፡ ነተን መዓልትታት እቲአን ኬሕጽረን እዩ።
55,265

55,266
am_tg
“በዚያን ጊዜም ማንም ‘እነሆ፣ ክርስቶስ ይኸውላችሁ’ ወይም ‘እነሆ፣ ያውላችሁ’ ቢላችሁ አትመኑ።
“ሽዑ እውን፡ ዝዀነ ሰብ፡ ‘እንሆ፡ ክርስቶስ ኣብዚ ኣሎ’ ወይ ‘እንሆ፡ ኣብቲ ኣሎ’ እንተ ኢሉኩም፡ ኣይትእመኑ።
55,267

55,268
am_tg
ምክንያቱም ሐሰተኛ ክርስቶሶችና ሐሰተኛ ነቢያት ይነሳሉ፤ ቢቻላቸው የተመረጡትን እንኳ እስኪያስቱ ድረስ ምልክቶችና አስደናቂ ነገሮች ያደርጋሉ።
ናይ ሓሶት ክርስቶሳትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪትንስኡ፡ እንተ ተኻኢሉ፡ ነቶም ሕሩያት ምእንቲ ኼስሕቱ፡ ትእምርትታትን ተኣምራትን እውን ኪገብሩ እዮም።
55,269

55,270
am_tg
ስለዚህ ተጠንቀቁ። ሁሉን ነገር አስቀድሜ ነግሬአችኋለሁ።
ንስኻትኩም ግና ተጠንቀቑ። ኣቐዲመ ዅሉ ነጊረኩም ኣለኹ።
55,271
tg_am
ንስኻትኩም ግና ተጠንቀቑ። ኣቐዲመ ዅሉ ነጊረኩም ኣለኹ።
ስለዚህ ተጠንቀቁ። ሁሉን ነገር አስቀድሜ ነግሬአችኋለሁ።
55,272
am_tg
“ሆኖም በእነዚያ ቀናት፣ ከዚያ መከራ በኋላ ፀሐይ ትጨልማለች፤ ጨረቃም ብርሃኗን አትሰጥም፤
“በተን መዓልትታት እቲአን ግና፡ ድሕሪ እቲ ጸበባ እቲ፡ ጸሓይ ክትጽልምት፡ ወርሒ እውን ብርሃና ኣይክትህብን እያ፣
55,273

55,274
am_tg
ከዋክብትም ከሰማይ ይወድቃሉ፤ በሰማያት ያሉ ኃይላትም ይናወጣሉ።
ከዋኽብቲ ኻብ ሰማይ ኪወድቁ፡ ኣብ ሰማያት ዘለዉ ሓይልታት እውን ኪናወጹ እዮም።
55,275

55,276
am_tg
ከዚያም የሰው ልጅ በታላቅ ኃይልና ክብር በደመና ሲመጣ ያዩታል።
ሽዑ ድማ፡ ወዲ ሰብ ብዓብዪ ሓይልን ክብርን ብደበናታት ኪመጽእ ከሎ፡ ኪርእይዎ እዮም።
55,277

55,278
am_tg
እሱም መላእክቱን ልኮ ከአራቱ ነፋሳት፣ ከምድር ዳርቻ እስከ ሰማይ ዳርቻ ለእሱ የተመረጡትን ይሰበስባል።
ሽዑ ኸኣ፡ ንመላእኽቱ ኺልእኮም፡ ንሕሩያቱ እውን ካብ ኣርባዕተ ንፋሳት፡ ካብ ወሰን ምድሪ ኽሳብ ወሰን ሰማይ ኪእክቦም እዩ።
55,279

55,280
am_tg
“እንግዲያው ይህን ምሳሌ ከበለስ ዛፍ ተማሩ፦ ቅርንጫፎቿ ሲለመልሙና ቅጠሎቿ ሲያቆጠቁጡ በጋ እንደቀረበ ታውቃላችሁ።
“ካብ ኦም በለስ፡ እዚ ምሳሌ እዚ ተምሃሩ፦ ጨናፍራ ምስ ጠጥዐን ምስ ለምለመን፡ ሓጋይ ከም ዝቐረበ ትፈልጡ ኢኹም።
55,281

55,282
am_tg
በተመሳሳይ እናንተም እነዚህ ነገሮች ሲፈጸሙ ስታዩ የሰው ልጅ ደጃፍ ላይ እንደደረሰ እርግጠኞች ሁኑ።
ከምኡ ድማ፡ ንስኻትኩም እዚ ኪኸውን ምስ ረኣኹም፡ ንሱ ናብ ኣፍ ደገ ምቕራቡ ፍለጡ።
55,283

55,284
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ እነዚህ ነገሮች ሁሉ እስኪፈጸሙ ድረስ ይህ ትውልድ ፈጽሞ አያልፍም።
እዚ ዅሉ ኽሳዕ ዚኸውን፡ እዚ ወለዶ እዚ ኸቶ ኣይኪሓልፍን እዩ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
55,285

55,286
am_tg
ሰማይና ምድር ያልፋሉ፤ ቃሌ ግን ፈጽሞ አያልፍም።
ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ከቶ ኣይኪሓልፍን እዩ።
55,287
tg_am
ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ከቶ ኣይኪሓልፍን እዩ።
ሰማይና ምድር ያልፋሉ፤ ቃሌ ግን ፈጽሞ አያልፍም።
55,288
am_tg
“ስለዚያ ቀን ወይም ሰዓት ከአብ በቀር በሰማይ ያሉ መላእክትም ሆኑ ወልድ፣ ማንም አያውቅም።
“ብዛዕባ እታ መዓልቲ እቲኣ ወይ እታ ሰዓት እቲኣ፡ ኣቦ እምበር፡ መላእኽቲ ሰማይ ኰኑ ወይስ ወዲ ዀነ፡ ሓደ እኳ ዚፈልጥ የልቦን።
55,289

55,290
am_tg
ስለዚህ የተወሰነው ጊዜ መቼ እንደሆነ ስለማታውቁ ምንጊዜም በንቃት ተከታተሉ፤ ዘወትር ነቅታችሁ ጠብቁ።
እቲ ምዱብ ግዜ መዓስ ምዃኑ ኣይትፈልጥዎን ኢኹም እሞ፡ ተቛመቱን ንቕሑን።
55,291

55,292
am_tg
ይህም ለባሪያዎቹ ሥልጣን ከሰጠና ለእያንዳንዱ የሥራ ድርሻውን ከመደበ በኋላ በር ጠባቂውን ነቅቶ እንዲጠብቅ በማዘዝ ቤቱን ትቶ ወደ ሌላ አገር እንደሄደ ሰው ነው።
ከምቲ ቤቱ ሓዲጉ ዝገሸ እሞ ንባሮቱ ስልጣን ዝሃቦም፡ ንነፍሲ ወከፍ ዕዮኡ፡ ንሓላው ማዕጾ እውን ኪነቅሕ ዝኣዘዞ ሰብ እዩ።
55,293

55,294
am_tg
ስለዚህ የቤቱ ጌታ፣ በምሽት ይሁን በእኩለ ሌሊት ወይም ዶሮ ሲጮኽ ይሁን ከመንጋቱ በፊት፣ መቼ እንደሚመጣ ስለማታውቁ ምንጊዜም ነቅታችሁ ጠብቁ፤
እምበኣር፡ እቲ ብዓል ቤት መዓስ ከም ዚመጽእ ኣይትፈልጡን ኢኹም፣ ወይ ምሸት፡ ወይ ፍርቂ ለይቲ፡ ወይ ደርሆ ነቆ፡ ወይ ንግሆ ኺመጽእ ይኽእል እዩ እሞ፡ ንቕሑ፣
55,295

55,296
am_tg
አለዚያ ድንገት ሲመጣ ተኝታችሁ ያገኛችኋል።
እዚ ኸኣ፡ ብሃንደበት መጺኡ ደቂስኩም ከይረኽበኩም እዩ።
55,297
tg_am
እዚ ኸኣ፡ ብሃንደበት መጺኡ ደቂስኩም ከይረኽበኩም እዩ።
አለዚያ ድንገት ሲመጣ ተኝታችሁ ያገኛችኋል።
55,298
am_tg
ይሁንና ለእናንተ የምነግራችሁን ለሁሉም እናገራለሁ፤ ምንጊዜም ነቅታችሁ ጠብቁ።”
እዚ ንዓኻትኩም ዝብለኩም ዘለኹ፡ ንዅሉ እብሎ ኣለኹ፦ ንቕሑ።”
55,299