Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
55,300
am_tg
ዳግመኛ ወደ ምኩራብ ገባ፤ በዚያም እጁ የሰለለ አንድ ሰው ነበር።
ከም ብሓድሽ ድማ፡ ናብ ምኵራብ ኣተወ፣ ኣብኡ ኸኣ ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ነበረ።
55,301
tg_am

55,302
am_tg
ኢየሱስን ሊከሱት ይፈልጉ ስለነበር ሰውየውን በሰንበት ይፈውሰው እንደሆነ ለማየት በትኩረት ይከታተሉት ነበር።
ምእንቲ ኪኸስስዎ ድማ፡ ነቲ ሰብኣይ ብሰንበት እንተ ኣሕወዮ፡ ይከታተልዎ ነበሩ።
55,303

55,304
am_tg
እሱም እጁ የሰለለበትን ሰው “ተነሳና ወደ መሃል ና” አለው።
ንሱ ኸኣ ነቲ ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ፡ “ተንስእ እሞ፡ ንዓ ናብ ማእከል” በሎ።
55,305

55,306
am_tg
ከዚያም “በሰንበት ቀን የተፈቀደው መልካም ማድረግ ነው ወይስ ክፉ? ሕይወት ማዳን ነው ወይስ ማጥፋት?” አላቸው። እነሱ ግን ዝም አሉ።
ንዓታቶም ድማ፡ “ብሰንበትሲ ጽቡቕ ምግባር ድዩ ተፈቒዱ ወይስ ክፉእ ምግባር፡ ንህይወት ምድሓን ድዩ ወይስ ምቕታል፧” በሎም። ንሳቶም ግና ኣጽቀጡ።
55,307

55,308
am_tg
በልባቸው ደንዳናነት በጣም አዝኖ በዙሪያው ያሉትን በብስጭት ከተመለከተ በኋላ ሰውየውን “እጅህን ዘርጋ” አለው። እሱም በዘረጋ ጊዜ እጁ ዳነለት።
በቲ ትሪ ልቦም ጕህዩ ብቝጥዓ ግልጽ ግልጽ ኢሉ ምስ ጠመቶም ከኣ፡ ነቲ ሰብኣይ፡ “ኢድካ ዘርግሕ” በሎ። ንሱ ድማ ዘርግሓ፡ ኢዱ እውን ሓወየት።
55,309

55,310
am_tg
ፈሪሳውያኑ ወጥተው ከሄዱ በኋላ ወዲያው ከሄሮድስ ሥርወ መንግሥት ደጋፊዎች ጋር በመሰብሰብ እንዴት እንደሚገድሉት መመካከር ጀመሩ።
ሽዑ፡ እቶም ፈሪሳውያን ወጹ፣ ብኡብኡ ኸኣ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚቐትልዎ፡ ምስ ሄሮድሳውያን ኰይኖም ብዛዕባኡ ተማኸሩ።
55,311

55,312
am_tg
ኢየሱስ ግን ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ወደ ባሕሩ ሄደ፤ ከገሊላና ከይሁዳ የመጣ ብዙ ሕዝብም ተከተለው።
የሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብ ባሕሪ ኣልገሰ፣ ካብ ይሁዳን ካብ ገሊላን ድማ ብዙሕ ህዝቢ ሰዓቦ።
55,313

55,314
am_tg
ያከናወናቸውን በርካታ ነገሮች የሰሙ ብዙ ሰዎች ከኢየሩሳሌም፣ ከኤዶምያስና ከዮርዳኖስ ማዶ እንዲሁም ከጢሮስና ከሲዶና አካባቢ እንኳ ሳይቀር ወደ እሱ መጡ።
ክንደይ ብዙሕ ግብሪ ኸም ዝገበረ ምስ ሰምዑ፡ ካብ የሩሳሌምን ካብ ኤዶምያስን ካብ ስግር ዮርዳኖስን ካብ ከባቢ ጢሮስን ሲዶንን ብዙሓት ህዝቢ ናብኡ መጹ።
55,315

55,316
am_tg
ኢየሱስም ሕዝቡ እንዳያጨናንቀው አንዲት ትንሽ ጀልባ እንዲያዘጋጁለት ለደቀ መዛሙርቱ ነገራቸው።
ንደቀ መዛሙርቱ ድማ፡ እቲ ህዝቢ ምእንቲ ኸይደፍኦ፡ ንእሽቶ ጃልባ ኼዳልዉሉ ነገሮም።
55,317

55,318
am_tg
ብዙ ሰዎችን ፈውሶ ስለነበር ከባድ በሽታ የያዛቸው ሁሉ እሱን ለመንካት በዙሪያው ይጋፉ ነበር።
ንብዙሓት ስለ ዘሕወዮም፡ ኵሎም እቶም ዜቐንዙ ሕማም ዝነበሮም ኪትንክይዎ ኢሎም ዓጒጎምዎ ነበሩ።
55,319

55,320
am_tg
ርኩሳን መናፍስት እንኳ ሳይቀሩ ባዩት ቁጥር በፊቱ ወድቀው “አንተ የአምላክ ልጅ ነህ” በማለት ይጮኹ ነበር።
ርኹሳት መናፍስቲ እውን ምስ ረኣይዎ፡ ኣብ ቅድሚኡ ተደፊኦም፡ “ንስኻ ወዲ ኣምላኽ ኢኻ” እናበሉ ይጭድሩ ነበሩ።
55,321

55,322
am_tg
ሆኖም የእሱን ማንነት ለሌሎች እንዳይገልጹ በተደጋጋሚ አጥብቆ አዘዛቸው።
ብዙሕ ሳዕ ግና፡ ከየግህድዎ ብጽኑዕ ኣዘዞም።
55,323

55,324
am_tg
ኢየሱስም ወደ ተራራ ወጥቶ የሚፈልጋቸውን ሰዎች ጠራ፤ እነሱም ወደ እሱ መጡ።
ናብ ከረን ደዪቡ ድማ፡ ንዝደለዮም ጸውዖም፣ ንሳቶም ከኣ ናብኡ መጹ።
55,325

55,326
am_tg
ከዚያም 12 ሰዎች መርጦ ሐዋርያት ብሎ ሰየማቸው፤ እነዚህ አብረውት የሚሆኑ ከመሆኑም ሌላ ከጊዜ በኋላ ለስብከት ሥራ የሚልካቸውና
ሃዋርያት ኢሉ ዝሰመዮም 12 ድማ ሓረየ፣ ከምኡ ዝገበረ እውን፡ ምስኡ ምእንቲ ኪዀኑን ኪሰብኩ ምእንቲ ኺልእኮምን
55,327

55,328
am_tg
አጋንንትን የማስወጣት ሥልጣን የሚሰጣቸው ናቸው።
ንምውጻእ ኣጋንንቲ ስልጣን ምእንቲ ኺህልዎምን ኢሉ እዩ።
55,329
tg_am
ንምውጻእ ኣጋንንቲ ስልጣን ምእንቲ ኺህልዎምን ኢሉ እዩ።
አጋንንትን የማስወጣት ሥልጣን የሚሰጣቸው ናቸው።
55,330
am_tg
የመረጣቸውም 12 ሐዋርያት እነዚህ ናቸው፦ ጴጥሮስ ብሎ የሰየመው ስምዖን፣
እቶም ዝሓረዮም 12 ድማ እዚኣቶም እዮም፦ እቲ ጴጥሮስ ኢሉ ዝሰመዮ ስምኦን፡
55,331

55,332
am_tg
የዘብዴዎስ ልጅ ያዕቆብና የያዕቆብ ወንድም ዮሐንስ (እነዚህን ቦአኔርጌስ ብሎ የሰየማቸው ሲሆን ትርጉሙም “የነጎድጓድ ልጆች” ማለት ነው)፣
ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ዮሃንስ ሓው ያእቆብን (ነዚኣቶም ድማ ቦኣኔርጌስ፡ ማለት “ደቂ ነጐዳ” ኢሉ ሰመዮም)፡
55,333

55,334
am_tg
እንድርያስ፣ ፊልጶስ፣ በርቶሎሜዎስ፣ ማቴዎስ፣ ቶማስ፣ የእልፍዮስ ልጅ ያዕቆብ፣ ታዴዎስ፣ ቀነናዊው ስምዖን
እንድርያስ፡ ፊልጶስ፡ በርተሎሜዎስ፡ ማቴዎስ፡ ቶማስ፡ ያእቆብ ወዲ እልፍዮስ፡ ታዴዎስ፡ ስምኦን እቲ ቐነናዊ፡
55,335

55,336
am_tg
እንዲሁም በኋላ ኢየሱስን አሳልፎ የሰጠው የአስቆሮቱ ይሁዳ። ከዚያ በኋላ ወደ አንድ ቤት ሄደ፤
እቲ ደሓር ኣሕሊፉ ዝሃቦ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ። ናብ ቤት ከኣ ኣተወ።
55,337

55,338
am_tg
ዳግመኛም ብዙ ሕዝብ ተሰበሰበ፤ ከዚህም የተነሳ እህል እንኳ መቅመስ አልቻሉም።
ምብላዕ ክሳዕ ዚስእኑ ኸኣ፡ ከም ብሓድሽ ህዝቢ ተኣከበ።
55,339

55,340
am_tg
ዘመዶቹ ግን ይህን በሰሙ ጊዜ “አእምሮውን ስቷል” በማለት ሊይዙት መጡ።
ኣዝማዱ ምስ ሰምዑ ግና፡ “ተጸሊሉ” ይብሉ ነበሩ እሞ፡ ኪሕዝዎ መጹ።
55,341

55,342
am_tg
ከኢየሩሳሌም የመጡ ጸሐፍትም “ብዔልዜቡል አለበት፤ አጋንንትን የሚያስወጣው በአጋንንት አለቃ ነው” ይሉ ነበር።
ካብ የሩሳሌም ዝወረዱ ጸሓፍቲ ድማ፡ “ብኤል-ዜቡል ኣለዎ፣ ንኣጋንንቲ ኸኣ ብሓለቓ ኣጋንንቲ እዩ ዜውጽኦም” ይብሉ ነበሩ።
55,343

55,344
am_tg
በመሆኑም ወደ እሱ ከጠራቸው በኋላ በምሳሌ እንዲህ አላቸው፦ “ሰይጣን እንዴት ሰይጣንን ሊያስወጣ ይችላል?
ንዓታቶም ጸውዖም እሞ፡ ብምሳሌታት ከምዚ በሎም፦ “ሰይጣን ንሰይጣን ከመይ ገይሩ ኼውጽኦ ይኽእል፧
55,345

55,346
am_tg
አንድ መንግሥት እርስ በርሱ ከተከፋፈለ ያ መንግሥት ጸንቶ ሊቆም አይችልም፤
መንግስቲ ንሓድሕዳ እንተ ተኸፋፊላ፡ እታ መንግስቲ እቲኣ ኽትቀውም ኣይትኽእልን እያ፣
55,347

55,348
am_tg
አንድ ቤትም እርስ በርሱ ከተለያየ ያ ቤት ጸንቶ ሊቆም አይችልም።
ቤት ንሓድሕዳ እንተ ተኸፋፊላ ኸኣ፡ እታ ቤት እቲኣ ኽትቀውም ኣይትኽእልን እያ።
55,349

55,350
am_tg
በተመሳሳይም ሰይጣን በራሱ ላይ የሚነሳና የሚከፋፈል ከሆነ ያከትምለታል እንጂ ሊጸና አይችልም።
ሰይጣን ኣንጻር ርእሱ እንተ ተላዒሉን እንተ ተኸፋፊሉን እውን፡ ይጠፍእ እምበር፡ ኪቐውም ኣይክእልን እዩ።
55,351

55,352
am_tg
ደግሞም ወደ አንድ ብርቱ ሰው ቤት የገባ ሰው በቅድሚያ ብርቱውን ሰው ሳያስር ንብረቱን ሊሰርቅ አይችልም። ቤቱን መዝረፍ የሚችለው እንዲህ ካደረገ ብቻ ነው።
ቅድም ነቲ ሓያል ከይኣሰረ፡ ናብ ቤት ሓያል ኣትዩ ኣቕሑኡ ኺብዝብዝ ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን፣ ድሕሪኡ እዩ ቤቱ ዚብዝብዝ።
55,353

55,354
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ የሰው ልጆች ምንም ዓይነት ኃጢአት ቢሠሩ ወይም ምንም ዓይነት የስድብ ቃል ቢናገሩ ሁሉም ይቅር ይባልላቸዋል።
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንደቂ ሰብ ኵሉ ሓጢኣትን ዝጸረፍዎ ዘበለ ጸርፍን ኪሕደገሎም እዩ።
55,355

55,356
am_tg
ይሁን እንጂ መንፈስ ቅዱስን የሚሳደብ ሁሉ ለዘላለም ይቅር አይባልም፤ ከዚህ ይልቅ ለዘላለም የሚጠየቅበት ኃጢአት ይሆንበታል።”
ንመንፈስ ቅዱስ ዚጸርፍ ዘበለ ግና፡ ብናይ ዘለኣለም ሓጢኣት ተሓታቲ ይኸውን እምበር፡ ንዘለኣለም ሕድገት ኣይረክብን እዩ።”
55,357

55,358
am_tg
ይህን ያለው “ርኩስ መንፈስ አለበት” ይሉ ስለነበር ነው።
እዚ ዝበለ፡ “ርኹስ መንፈስ ኣለዎ” ስለ ዝበሉ እዩ።
55,359
tg_am
እዚ ዝበለ፡ “ርኹስ መንፈስ ኣለዎ” ስለ ዝበሉ እዩ።
ይህን ያለው “ርኩስ መንፈስ አለበት” ይሉ ስለነበር ነው።
55,360
am_tg
በዚህ ጊዜ እናቱና ወንድሞቹ መጡ፤ ውጭ ቆመውም ሰው ልከው አስጠሩት።
ኣዲኡን ኣሕዋቱን መጺኦም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም፡ ዚጽውዕ ለኣኹሉ።
55,361

55,362
am_tg
በዙሪያውም ብዙ ሰዎች ተቀምጠው ስለነበር “እነሆ፣ እናትህና ወንድሞችህ ውጭ ሆነው እየጠሩህ ነው” አሉት።
ህዝቢ ኸቢብዎ ተቐሚጡ ኸሎ፡ “እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኣብ ወጻኢ ይደልዩኻ ኣለዉ” በልዎ።
55,363

55,364
am_tg
እሱ ግን መልሶ “እናቴና ወንድሞቼ እነማን ናቸው?” አላቸው።
ንሱ ግና፡ “ኣደይን ኣሕዋተይን መን እዮም፧” ኢሉ መለሰሎም።
55,365
tg_am
ንሱ ግና፡ “ኣደይን ኣሕዋተይን መን እዮም፧” ኢሉ መለሰሎም።
እሱ ግን መልሶ “እናቴና ወንድሞቼ እነማን ናቸው?” አላቸው።
55,366
am_tg
ከዚያም ዙሪያውን ከበው ወደተቀመጡት ሰዎች ተመልክቶ እንዲህ አለ፦ “እናቴና ወንድሞቼ እነዚህ ናቸው!
ነቶም ከቢቦምዎ ተቐሚጦም ዝነበሩ ጠሚቱ ኸኣ፡ “ኣደይን ኣሕዋተይንሲ፡ እነዉ!
55,367

55,368
am_tg
የአምላክን ፈቃድ የሚያደርግ ሁሉ ለእኔ ወንድሜ፣ እህቴና እናቴ ነው።”
ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ዘበለ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ” በለ።
55,369

55,370
am_tg
ቀጥሎም “እውነት እላችኋለሁ፣ እዚህ ከቆሙት መካከል አንዳንዶች የአምላክ መንግሥት በታላቅ ኃይል መምጣቱን እስኪያዩ ድረስ ፈጽሞ ሞትን አይቀምሱም” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ገለ ኻብዞም ኣብዚኣ ደው ኢሎም ዘለዉ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ብሓይሊ ኽትመጽእ ከላ ኽሳዕ ዚርእዩ፡ ሞት ኣይኪጥዕሙን እዮም” በሎም።
55,371

55,372
am_tg
ኢየሱስ ከስድስት ቀን በኋላ ጴጥሮስን፣ ያዕቆብንና ዮሐንስን ብቻ ይዞ ወደ አንድ ረጅም ተራራ ወጣ። በፊታቸውም ተለወጠ፤
ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ፡ የሱስ ንጴጥሮስን ንያእቆብን ንዮሃንስን ወሲዱ፡ ንበይኖም ናብ ነዊሕ ከረን ኣደየቦም። ኣብ ቅድሚኦም እውን ትርኢቱ ተለወጠ፣
55,373

55,374
am_tg
ልብሱ በምድር ላይ ያለ ማንኛውም ልብስ አጣቢ አጥቦ ሊያነጣው ከሚችለው በላይ እጅግ ነጭ ሆኖ ያንጸባርቅ ጀመር።
ክዳኑ ድማ ኣብ ምድሪ ዘሎ ሓጻባይ ኬጻዕድዎ ኻብ ዚኽእል ብዝበለጸ ጻዕድዩ ኣንጸባረቐ።
55,375

55,376
am_tg
ደግሞም ኤልያስና ሙሴ ታዩአቸው፤ ከኢየሱስም ጋር እየተነጋገሩ ነበር።
ኤልያስን ሙሴን ከኣ ተራእይዎም፣ ምስ የሱስ እውን ይዛራረቡ ነበሩ።
55,377

55,378
am_tg
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስ ኢየሱስን “ረቢ፣ እዚህ መሆን ለእኛ መልካም ነው። ስለዚህ አንድ ለአንተ፣ አንድ ለሙሴና አንድ ለኤልያስ ሦስት ድንኳኖች እንትከል” አለው።
ሽዑ፡ ጴጥሮስ ንየሱስ፡ “መምህር፡ ንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ። እምበኣር፡ ሰለስተ ድንኳን ንትከል፣ ሓደ ንዓኻ፡ ሓደ ንሙሴ፡ ሓደ ድማ ንኤልያስ” በሎ።
55,379

55,380
am_tg
እርግጥ፣ በጣም ስለፈሩ ምን ማለት እንዳለበት አላወቀም ነበር።
ኣዝዮም ፈሪሆም ስለ ዝነበሩ፡ እንታይ ኢሉ ኸም ዚምልስ ኣይፈልጥን ነበረ።
55,381

55,382
am_tg
ከዚያም ደመና መጥቶ ጋረዳቸው፤ ከደመናውም “የምወደው ልጄ ይህ ነው። እሱን ስሙት” የሚል ድምፅ መጣ።
ደበና መጺኡ ኸኣ ኣጐልበቦም፣ ካብቲ ደበና ድማ፡ “ፍቑር ወደይ እዚ እዩ። ንዕኡ ስምዕዎ” ዚብል ድምጺ መጸ።
55,383

55,384
am_tg
ከዚያም ድንገት ዙሪያቸውን ሲመለከቱ ከኢየሱስ በቀር ማንም አብሯቸው አልነበረም።
ብሃንደበት ግልጽ ግልጽ ኢሎም ምስ ጠመቱ ግና፡ ብዘይካ የሱስ በይኑ፡ ምሳታቶም ሓደ እኳ ኣይረኣዩን።
55,385

55,386
am_tg
ከተራራው እየወረዱ ሳሉ የሰው ልጅ ከሞት እስኪነሳ ድረስ ያዩትን ለማንም እንዳይናገሩ በጥብቅ አዘዛቸው።
ካብቲ ኸረን ኪወርዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ወዲ ሰብ ካብ ምዉታት ክሳዕ ዚትንስእ፡ ነቲ ዝረኣይዎ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ብጽኑዕ ኣዘዞም።
55,387

55,388
am_tg
እነሱም ቃሉን በልባቸው አኖሩ፤ ነገር ግን ከሞት መነሳት ሲል ምን ማለቱ እንደሆነ እርስ በርሳቸው ተነጋገሩ።
ነቲ ቓል እቲ ኸኣ ኣብ ልቦም ኣሕደርዎ፣ ካብ ምዉታት ብዛዕባ ምትንሳእ ግና፡ እንታይ ማለት ምዃኑ ተመያየጡ።
55,389

55,390
am_tg
ከዚያም “ጸሐፍት፣ ኤልያስ በመጀመሪያ መምጣት አለበት የሚሉት ለምንድን ነው?” ሲሉ ጠየቁት።
“ጸሓፍቲ፡ ‘ቅድም ኤልያስ ኪመጽእ ይግባእ’ ዚብሉ ስለምንታይ እዮም፧” ኢሎም ድማ ሓተትዎ።
55,391

55,392
am_tg
እሱም እንዲህ አላቸው፦ “በእርግጥ ኤልያስ መጀመሪያ መጥቶ ሁሉንም ነገር ወደ ቀድሞ ሁኔታው ይመልሳል፤ ይሁንና የሰው ልጅ ብዙ መከራ መቀበልና መናቅ እንዳለበት የተጻፈው ለምን ይመስላችኋል?
ንሱ ኸኣ፡ “ቅድም ኤልያስ ይመጽእ፡ ንዅሉ ድማ ይመልስ፣ ብዛዕባ ወዲ ሰብ ብዙሕ መከራ ኸም ዚጸግብን ከም ዚነዓቕን ግና፡ ከመይ ድዩ ተጻሒፉ ዘሎ፧
55,393

55,394
am_tg
ነገር ግን እላችኋለሁ፣ ኤልያስ ስለ እሱ በተጻፈው መሠረት በእርግጥ መጥቷል፤ እነሱም የፈለጉትን ሁሉ አድርገውበታል።”
ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፡ ኤልያስሲ መጺኡ እዩ፣ ከምቲ ብዛዕባኡ እተጻሕፈ ድማ፡ ዝደለይዎ ዘበለ ገይሮምዎ እዮም” በሎም።
55,395

55,396
am_tg
ወደቀሩት ደቀ መዛሙርት በመጡም ጊዜ ብዙ ሕዝብ ከቧቸው አዩ፤ ጸሐፍትም ከእነሱ ጋር እየተከራከሩ ነበር።
ናብቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርቱ ምስ መጹ፡ ብዙሕ ህዝቢ ኸቢብዎም፡ ጸሓፍቲ እውን ኪከራኸርዎም ከለዉ ረኣዩ።
55,397

55,398
am_tg
ሆኖም የተሰበሰቡት ሰዎች ሁሉ ኢየሱስን እንዳዩት በጣም ተገረሙ፤ ከዚያም ሰላም ሊሉት ወደ እሱ ሮጡ።
እቶም ህዝቢ ንዕኡ ምስ ረኣይዎ ግና፡ ተገረሙ፡ ናብኡ ጐይዮም ከኣ ሰላም በልዎ።
55,399