Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
55,400
am_tg
እሱም “ከእነሱ ጋር የምትከራከሩት ስለ ምን ጉዳይ ነው?” ሲል ጠየቃቸው።
ንሱ ድማ፡ “ብዛዕባ እንታይ ኢኹም ትከራኸርዎም ዘለኹም፧” ኢሉ ሓተቶም።
55,401
tg_am

55,402
am_tg
ከሕዝቡ መካከል አንድ ሰው እንዲህ ሲል መለሰለት፦ “መምህር፣ ልጄ ዱዳ የሚያደርግ መንፈስ ስላደረበት ወደ አንተ አመጣሁት።
ሓደ ኻብቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “መምህር፡ ንወደይ ዓባስ መንፈስ ስለ ዘለዎ ናባኻ ኣምጺአዮ።
55,403

55,404
am_tg
በያዘው ስፍራ ሁሉ መሬት ላይ ይጥለዋል፤ ከዚያም አፉ አረፋ ይደፍቃል፤ ጥርሱን ያፋጫል እንዲሁም ይዝለፈለፋል። ደቀ መዛሙርትህ እንዲያስወጡት ጠየቅኳቸው፤ እነሱ ግን ሊያስወጡት አልቻሉም።”
ኣብ ዝሓዞ ዘበለ ድማ የውድቖ፣ ንሱ ኸኣ ይዓፍርን ኣስናኑ ይሕርቅምን ይደክምን። ንደቀ መዛሙርትኻ ድማ ኬውጽእዎ ሓቲተዮምሲ፡ ኣይከኣሉን” ኢሉ መለሰሉ።
55,405

55,406
am_tg
እሱም መልሶ “እምነት የለሽ ትውልድ ሆይ፣ ከእናንተ ጋር እስከ መቼ መቆየት ሊኖርብኝ ነው? እስከ መቼስ እናንተን መታገሥ ሊኖርብኝ ነው? ልጁን ወደ እኔ አምጡት” አላቸው።
ንሱ ኸኣ፡ “ኣታ ዘይኣምን ወለዶ፡ ክሳዕ መዓስ እየ ምሳኻትኩም ክነብር፧ ክሳዕ መዓስከ እየ ኽዕገሰኩም፧ ናባይ ኣምጽእዎ” ኢሉ መለሰሎም።
55,407

55,408
am_tg
ልጁንም ወደ እሱ አመጡት፤ ልጁን የያዘው መንፈስም ኢየሱስን ባየው ጊዜ ወዲያውኑ ልጁን አንዘፈዘፈው። ልጁም መሬት ላይ ከወደቀ በኋላ አፉ አረፋ እየደፈቀ ይንከባለል ጀመር።
ናብኡ ድማ ኣምጽእዎ። እቲ መንፈስ ምስ ረኣዮ ግና፡ ብኡብኡ ነቲ ቘልዓ ኣንፈርፈሮ። ኣብ ምድሪ ወዲቑ ኸኣ ኣንገርገረን ዓፈረን።
55,409

55,410
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ አባትየውን “እንዲህ ማድረግ ከጀመረው ምን ያህል ጊዜ ሆነው?” ሲል ጠየቀው። አባትየውም እንዲህ አለው፦ “ከሕፃንነቱ ጀምሮ ነው፤
የሱስ ድማ ንኣቦኡ፡ “ከምዚ ኻብ ዚኸውን ክንደይ ግዜ ገይሩ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ፡ “ካብ ቍልዕነቱ እዩ፣
55,411

55,412
am_tg
ሊገድለው ፈልጎ ብዙ ጊዜ እሳት ውስጥና ውኃ ውስጥ ይጥለዋል። ማድረግ የምትችለው ነገር ካለ እዘንልንና እርዳን።”
ኬጥፍኦ ኢሉ ብዙሕ ሳዕ ኣብ ሓውን ኣብ ማይን የውድቖ እዩ። ገለ ትኽእል እንተ ዄንካ ግና፡ ደንግጸልናን ርድኣናን” በሎ።
55,413

55,414
am_tg
ኢየሱስም “‘የምትችለው ነገር ካለ’ አልክ? እምነት ላለው ሰው፣ ሁሉ ነገር ይቻላል” አለው።
የሱስ ድማ፡ “‘ትኽእል እንተ ዄንካ’ እምበኣር ኢልካ! ንዚኣምን፡ ኵሉ ይከኣል እዩ” በሎ።
55,415

55,416
am_tg
ወዲያውም የልጁ አባት “እምነት አለኝ! እምነቴ እንዲጠነክር ደግሞ አንተ እርዳኝ!” በማለት ጮክ ብሎ ተናገረ።
ኣቦ እቲ ቘልዓ፡ ብኡብኡ ዓው ኢሉ፡ “እኣምን እየ! እምነት ኣብ ዚጐድለኒ ድማ ርድኣኒ!” በሎ።
55,417

55,418
am_tg
ኢየሱስ ሕዝቡ ወደ እነሱ ግር ብሎ እየሮጠ በመምጣት ላይ መሆኑን ሲያይ ርኩሱን መንፈስ “አንተ ዱዳና ደንቆሮ የምታደርግ መንፈስ ከእሱ ውጣ፤ ዳግመኛም ወደ እሱ እንዳትገባ አዝሃለሁ!” ሲል ገሠጸው።
የሱስ፡ ህዝቢ ናባታቶም ኪጐይዩ ምስ ረኣየ፡ ነቲ ርኹስ መንፈስ፡ “ኣታ ዓባስን ጸማምን መንፈስ፡ እእዝዘካ ኣለኹ፡ ካብኡ ውጻእ፡ ደጊም እውን ኣይትእተዎ!” ኢሉ ገንሖ።
55,419

55,420
am_tg
ርኩሱ መንፈስ በኃይል ከጮኸና ብዙ ካንዘፈዘፈው በኋላ ወጣ፤ ልጁም የሞተ ያህል ሆነ፤ በዚህ ጊዜ አብዛኞቹ ሰዎች “ሞቷል!” ይሉ ጀመር።
ምስ ገዓረን ብዙሕ ምስ ኣንፈርፈረን ከኣ፡ ወጸ፣ ብዙሓት፡ “ሞይቱ!” ኽሳዕ ዚብሉ ኸኣ ከም ምዉት ኰነ።
55,421

55,422
am_tg
ይሁን እንጂ ኢየሱስ እጁን ይዞ አስነሳው፤ ልጁም ተነስቶ ቆመ።
የሱስ ግና ብኢዱ ሒዙ ኣተንስኦ እሞ፡ ተንስአ።
55,423
tg_am
የሱስ ግና ብኢዱ ሒዙ ኣተንስኦ እሞ፡ ተንስአ።
ይሁን እንጂ ኢየሱስ እጁን ይዞ አስነሳው፤ ልጁም ተነስቶ ቆመ።
55,424
am_tg
ከዚያም ወደ ቤት ከገባ በኋላ ብቻውን ሳለ ደቀ መዛሙርቱ “እኛ ልናስወጣው ያልቻልነው ለምንድን ነው?” ሲሉ ጠየቁት።
ናብ ቤት ምስ ኣተወ፡ ደቀ መዛሙርቱ ብሕት ኢሎም፡ “ስለምንታይ ደኣ ንሕና ኸነውጽኦ ዘይከኣልና፧” ኢሎም ሓተትዎ።
55,425

55,426
am_tg
እሱም “እንዲህ ዓይነቱ በጸሎት ካልሆነ በቀር ሊወጣ አይችልም” አላቸው።
ንሱ ኸኣ፡ “እዚ ዓይነት እዚ፡ ብዘይካ ብጸሎት፡ ኪወጽእ ኣይክእልን እዩ” በሎም።
55,427

55,428
am_tg
ከዚያ ተነስተው በገሊላ በኩል አለፉ፤ ሆኖም ይህን ማንም እንዲያውቅ አልፈለገም።
ካብኡ ነቒሎም ብገሊላ ሓለፉ፣ ግናኸ፡ ሓደ እኳ ኺፈልጥ ኣይደለየን።
55,429

55,430
am_tg
ምክንያቱም ደቀ መዛሙርቱን እያስተማራቸው የነበረ ከመሆኑም ሌላ “የሰውን ልጅ ለሰዎች አሳልፈው ይሰጡታል፤ እነሱም ይገድሉታል፤ ይሁንና ቢገደልም ከሦስት ቀን በኋላ ይነሳል” በማለት እየነገራቸው ነበር።
ንደቀ መዛሙርቱስ ይምህሮም፡ “ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሰባት ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ፣ ንሳቶም ከኣ ኪቐትልዎ እዮም፣ ግናኸ፡ ዋላ እኳ እንተ ተቐትለ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኺትንስእ እዩ” ድማ ይብሎም ነበረ።
55,431

55,432
am_tg
ይሁን እንጂ የተናገረው ነገር አልገባቸውም፤ እንዳይጠይቁትም ፈሩ።
ንሳቶም ግና ነቲ ዚብሎም ዝነበረ ኣይተረድእዎን፡ ንምሕታቱ ኸኣ ፈርሁ።
55,433

55,434
am_tg
ከዚህ በኋላ ወደ ቅፍርናሆም መጡ። ወደ ቤት ከገባም በኋላ “በመንገድ ላይ ስትከራከሩ የነበረው ስለ ምን ጉዳይ ነው?” ሲል ጠየቃቸው።
ናብ ቅፍርናሆም ድማ መጹ። ናብ ቤት ምስ ኣተወ ኸኣ፡ “ኣብ መገዲ ብዛዕባ እንታይ ትካትዑ ኔርኩም፧” ኢሉ ሓተቶም።
55,435

55,436
am_tg
በመንገድ ላይ እርስ በርስ የተከራከሩት “ከሁላችን የሚበልጠው ማን ነው?” በሚል ስለነበረ ዝም አሉ።
ንሳቶም ከኣ ኣብ መገዲ መኖም ከም ዚዓቢ ይካትዑ ነበሩ እሞ፡ ኣጽቀጡ።
55,437

55,438
am_tg
ስለዚህ ከተቀመጠ በኋላ አሥራ ሁለቱን ጠርቶ “መጀመሪያ መሆን የሚፈልግ ሁሉ፣ የሁሉም መጨረሻና የሁሉም አገልጋይ መሆን አለበት” አላቸው።
ምስ ተቐመጠ ድማ፡ ነቶም ዓሰርተው ክልተ ጸዊዑ፡ “ቀዳማይ ኪኸውን ዚደሊ እንተ ኣልዩ፡ ድሕሪ ዅሉን ኣገልጋሊ ዅሉን ይኹን” በሎም።
55,439

55,440
am_tg
ከዚያም አንድ ትንሽ ልጅ አምጥቶ በመካከላቸው አቆመ፤ አቅፎትም እንዲህ አላቸው፦
ቈልዓ ወሲዱ ኸኣ፡ ኣብ ማእከሎም ደው ኣበሎ፣ ሓቚፍዎ ድማ፡
55,441

55,442
am_tg
“እንዲህ ካሉት ልጆች አንዱን በስሜ የሚቀበል ሁሉ እኔንም ይቀበላል፤ እኔንም የሚቀበል ሁሉ እኔን ብቻ ሳይሆን የላከኝንም ይቀበላል።”
“እቲ ኻብዞም ከምዚ ቘልዓ ዝኣመሰሉ ንሓደ ብስመይ ዚቕበል ዘበለ፡ ንዓይ ይቕበለኒ፣ እቲ ንዓይ ዚቕበለኒ ዘበለ ኸኣ፡ ንዓይ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እውን ይቕበሎ” በሎም።
55,443

55,444
am_tg
ዮሐንስ እንዲህ አለው፦ “መምህር፣ አንድ ሰው በስምህ አጋንንት ሲያስወጣ አየን፤ ሆኖም እኛን ስለማይከተል ልንከለክለው ሞከርን።”
ዮሃንስ ከኣ፡ “መምህር፡ ሓደስ ብስምካ ኣጋንንቲ ኼውጽእ ርኢናዮ፣ ስለ ዘይስዕበና ኸኣ፡ ክንክልክሎ ፈቲንና” በሎ።
55,445

55,446
am_tg
ኢየሱስ ግን እንዲህ አለ፦ “በስሜ ተአምር ሠርቶ ወዲያውኑ ስለ እኔ ክፉ ነገር ሊናገር የሚችል ስለሌለ አትከልክሉት።
የሱስ ግና ከምዚ በለ፦ “ብስመይ ግብሪ ሓይሊ ዚገብር፡ ቀልጢፉ እውን ብዛዕባይ ሕማቕ ኪዛረብ ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን እሞ፡ ክትክልክልዎ ኣይትፈትኑ።
55,447

55,448
am_tg
እኛን የማይቃወም ሁሉ ከእኛ ጋር ነውና።
ዘይጻረረና ዘበለስ ምሳና እዩ።
55,449
tg_am
ዘይጻረረና ዘበለስ ምሳና እዩ።
እኛን የማይቃወም ሁሉ ከእኛ ጋር ነውና።
55,450
am_tg
ደግሞም የክርስቶስ በመሆናችሁ ምክንያት አንድ ጽዋ የሚጠጣ ውኃ የሚሰጣችሁ ሁሉ፣ እውነት እላችኋለሁ፣ በምንም መንገድ ብድራቱን አያጣም።
እቲ ናይ ክርስቶስ ብምዃንኩም ጣሳ ዝሑል ማይ ዜስትየኩም ዘበለ ኸኣ፡ ዓስቡ ኸቶ ኣይኪስእንን እዩ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
55,451

55,452
am_tg
ሆኖም ከሚያምኑት ከእነዚህ ከታናናሾቹ አንዱን የሚያሰናክል ሁሉ የወፍጮ ድንጋይ በአንገቱ ታስሮ ወደ ባሕር ቢጣል ይሻለዋል።
እቲ ንሓደ ኻብዞም ዚኣምኑ ንኣሽቱ ዚዕንቅፍ ዘበለ ግና፡ ብኣድጊ ዚዘውር መጥሓን ኣብ ክሳዱ ተኣሲሩ ኣብ ባሕሪ እንተ ዚድርበ ምሓሾ።
55,453

55,454
am_tg
“እጅህ ቢያሰናክልህ ቁረጠው። ሁለት እጅ ኖሮህ እሳቱ ሊጠፋ ወደማይችልበት ወደ ገሃነም ከምትሄድ ጉንድሽ ሆነህ ሕይወት ብታገኝ ይሻልሃል።
“ኢድካ እንተ ኣስሒታትካ፡ ቍረጻ። ምስ ክልተ ኢድካ ናብቲ ዘይጠፍእ ሓዊ ዘለዎ ገሃነም ካብ እትኸይድሲ፡ ጐናይ ኴንካ ናብ ህይወት ምእታው ይሕሸካ።
55,455

55,456
am_tg
እግርህም ቢያሰናክልህ ቁረጠው። ሁለት እግር ኖሮህ ወደ ገሃነም ከምትጣል አንካሳ ሆነህ ሕይወት ብታገኝ ይሻልሃል።
እግርኻ እንተ ኣስሒታትካ፡ ቍረጻ። ምስ ክልተ እግርኻ ናብ ገሃነም ካብ እትድርበስ፡ ሓንካስ ኴንካ ናብ ህይወት ምእታው ይሕሸካ።
55,457

55,458
am_tg
ዓይንህም ቢያሰናክልህ አውጥተህ ጣለው። ሁለት ዓይን ኖሮህ ወደ ገሃነም ከምትጣል አንድ ዓይን ኖሮህ ወደ አምላክ መንግሥት ብትገባ ይሻልሃል፤
ዓይንኻ እንተ ኣስሒታትካ እውን፡ ደርብያ። ምስ ክልተ ዓይንኻ ናብ ገሃነም ካብ እትድርበስ፡ ነቛር ኴንካ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእታው ይሕሸካ፣
55,459

55,460
am_tg
በገሃነም ትሉ አይሞትም፤ እሳቱም አይጠፋም።
ገሃነምሲ ሓሰኻ ዘይሞቱሉን ሓዊ እውን ዘይጠፍኣሉን እዩ።
55,461
tg_am
ገሃነምሲ ሓሰኻ ዘይሞቱሉን ሓዊ እውን ዘይጠፍኣሉን እዩ።
በገሃነም ትሉ አይሞትም፤ እሳቱም አይጠፋም።
55,462
am_tg
“ሰው ጨው እንደሚነሰንስ ሁሉ እንዲህ ዓይነት ሰዎችም እሳት ሊወርድባቸው ይገባል።
“ንዅሉስ ሓዊ ኸም ጨው ኪንስነሰሉ ይግባእ።
55,463

55,464
am_tg
ጨው መልካም ነው፤ ነገር ግን ጨው የጨውነት ጣዕሙን ቢያጣ ጨውነቱን በምን መመለስ ትችላላችሁ? በሕይወታችሁ ውስጥ ጨው ይኑራችሁ፤ እርስ በርሳችሁም ሰላም ይኑራችሁ።”
ጨው ጽቡቕ እዩ፣ ጨው መቐረቱ እንተ ኣጥፊኡ ግና፡ ብምንታይ ተመቅርዎ፧ ኣብ ገዛእ ርእስኹም ጨው ይሃልኹም፡ ንሓድሕድኩም ከኣ ብሰላም ንበሩ።”
55,465

55,466
am_tg
ይሁን እንጂ ከተወሰኑ ቀናት በኋላ ወደ ቅፍርናሆም ተመልሶ መጣ፤ ደግሞም ቤት ውስጥ እንዳለ ተወራ።
ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ግና፡ ከም ብሓድሽ ናብ ቅፍርናሆም ኣተወ እሞ፡ ኣብ ቤት ከም ዘሎ ተሰምዐ።
55,467

55,468
am_tg
በመሆኑም ቤቱ ሞልቶ ደጅ ላይ እንኳ ቦታ እስኪታጣ ድረስ ብዙ ሰዎች ተሰበሰቡ፤ እሱም የአምላክን ቃል ይነግራቸው ጀመር።
ኣብቲ ጥቓ ኣፍ ደገ እኳ ቦታ ኽሳዕ ዚስእኑ ድማ፡ ብዙሓት ተኣከቡ፣ ንሱ ኸኣ ቃል ነገሮም።
55,469

55,470
am_tg
ሰዎችም አንድ ሽባ በአራት ሰዎች አሸክመው ወደ እሱ አመጡ።
ብኣርባዕተ እተጾረ ልሙስ ድማ ኣምጽኡሉ።
55,471
tg_am
ብኣርባዕተ እተጾረ ልሙስ ድማ ኣምጽኡሉ።
ሰዎችም አንድ ሽባ በአራት ሰዎች አሸክመው ወደ እሱ አመጡ።
55,472
am_tg
ሆኖም ከሕዝቡ ብዛት የተነሳ ሽባውን ወደ ኢየሱስ ማቅረብ ስላልቻሉ ከኢየሱስ በላይ ያለውን ጣሪያ ከነደሉ በኋላ ሽባው የተኛበትን ቃሬዛ ወደ ታች አወረዱት።
ብሰንኪ እቲ ህዝቢ ናብ የሱስ ኪቐርቡ ስለ ዘይከኣሉ ግና፡ ኣብ ልዕሊ እታ ዝነበራ ቦታ ናሕሲ ኣፍሪሶም፡ ከፋት ምስ ገበሩ፡ ነቲ ቓሬዛ ምስቲ ኣብኣ ደቂሱ ዝነበረ ልሙስ ኣውረድዎ።
55,473

55,474
am_tg
ኢየሱስም እምነታቸውን በማየት ሽባውን “ልጄ ሆይ፣ ኃጢአትህ ይቅር ተብሎልሃል” አለው።
የሱስ ድማ እምነቶም ርእዩ፡ ነቲ ልሙስ፡ “ወደይ፡ ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ እዩ” በሎ።
55,475

55,476
am_tg
በዚያ ተቀምጠው የነበሩ አንዳንድ ጸሐፍት ግን እንዲህ ሲሉ በልባቸው አሰቡ፦
ገለ ኻብ ጸሓፍቲ ድማ ኣብኡ ተቐሚጦም ነበሩ እሞ፡ ብልቦም ከምዚ ኢሎም ሓሰቡ፦
55,477

55,478
am_tg
“ይህ ሰው እንዲህ ብሎ የሚናገረው ለምንድን ነው? አምላክን እየተዳፈረ እኮ ነው። ከአንዱ ከአምላክ በቀር ኃጢአትን ማን ይቅር ሊል ይችላል?”
“እዚ ስለምንታይ ከምዚ ይብል ኣሎ፧ ይጻረፍ ኣሎ። ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ፡ መን ሓጢኣት ኪሓድግ ይኽእል፧”
55,479

55,480
am_tg
ሆኖም ኢየሱስ በልባቸው ይህን እያሰቡ እንዳሉ ወዲያው በመንፈሱ ተረድቶ “በልባችሁ እንዲህ እያላችሁ የምታስቡት ለምንድን ነው?
የሱስ ግና፡ ከምኡ ኢሎም ይሓስቡ ኸም ዘለዉ ብኡብኡ ብመንፈሱ ኣስተውዒሉ፡ “ስለምንታይ ብልብኹም እዚ ትሓስቡ ኣለኹም፧
55,481

55,482
am_tg
ሽባውን ‘ኃጢአትህ ይቅር ተብሏል’ ከማለትና ‘ተነሳና ቃሬዛህን ተሸክመህ ሂድ’ ከማለት የቱ ይቀላል?
ኣየናይ ይቐልል፧ ነዚ ልሙስ፡ ‘ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ’ ምባልዶ፡ ወይስ፡ ‘ተንስእ እሞ ቓሬዛኻ ኣልዒልካ ኺድ’ ምባል፧
55,483

55,484
am_tg
ይሁንና የሰው ልጅ በምድር ላይ ኃጢአትን ይቅር የማለት ሥልጣን እንዳለው ታውቁ ዘንድ . . .” ካለ በኋላ ሽባውን እንዲህ አለው፦
ወዲ ሰብ ኣብ ምድሪ ሓጢኣት ኪሓድግ ስልጣን ከም ዘለዎ ምእንቲ ኽትፈልጡ ግና፡—” ኢሉ ነቲ ልሙስ፡
55,485

55,486
am_tg
“ተነስ፣ ቃሬዛህን ተሸክመህ ወደ ቤትህ ሂድ።”
“ተንስእ፡ ቃሬዛኻ ኣልዒልካ ናብ ቤትካ ኺድ፡ እብለካ ኣለኹ” በሎ።
55,487

55,488
am_tg
በዚህ ጊዜ ሽባው ብድግ ብሎ ወዲያው ቃሬዛውን በማንሳት በሁሉ ፊት እየተራመደ ወጣ። ይህን ሲያዩ ሁሉም እጅግ ተደነቁ፤ ደግሞም “እንዲህ ያለ ነገር ፈጽሞ አይተን አናውቅም” በማለት አምላክን አከበሩ።
ሽዑ፡ ንሱ ተንስአ፡ ብኡብኡ ቓሬዛኡ ኣልዒሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ዅላቶም ወጸ። ስለዚ፡ ኵላቶም ኣስተንከሩ፣ “ከምዚ ዝበለስ ከቶ ኣይረኣናን” እናበሉ እውን ንኣምላኽ ኣሞገስዎ።
55,489

55,490
am_tg
ኢየሱስ እንደገና ወደ ባሕሩ ዳርቻ ሄደ፤ ሕዝቡም ወደ እሱ ጎረፈ፤ እሱም ያስተምራቸው ጀመር።
ከም ብሓድሽ፡ ናብ ጥቓ ባሕሪ ወጸ፣ ኵሎም ህዝቢ እውን ናብኡ ይመጹ ነበሩ፣ ንሱ እውን መሃሮም።
55,491

55,492
am_tg
በመንገድ እያለፈ ሳለም የእልፍዮስን ልጅ ሌዊን በቀረጥ መሰብሰቢያው ቦታ ተቀምጦ አየውና “ተከታዬ ሁን” አለው። በዚህ ጊዜ ተነስቶ ተከተለው።
ኪሓልፍ ከሎ ግና፡ ንሌዊ ወዲ እልፍዮስ፡ ኣብ መደበር ቀረጽ ተቐሚጡ ረኣዮ እሞ፡ “ሰዓብየይ ኩን” በሎ። ንሱ ድማ ተንሲኡ ሰዓቦ።
55,493

55,494
am_tg
በኋላም በሌዊ ቤት ተቀምጦ እየበላ ነበር፤ ብዙ ቀረጥ ሰብሳቢዎችና ኃጢአተኞችም ከኢየሱስና ከደቀ መዛሙርቱ ጋር እየበሉ ነበር። ከእነሱም መካከል ብዙዎቹ እሱን መከተል ጀምረው ነበር።
ደሓር፡ የሱስ ኣብ እንዳ ሌዊ ኣብ መኣዲ ተቐሚጡ ኸሎ፡ ብዙሓት ይስዕብዎ ነበሩ እሞ፡ ብዙሓት ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንን እውን ምስኡን ምስ ደቀ መዛሙርቱን ኣብ መኣዲ ተቐመጡ።
55,495

55,496
am_tg
ሆኖም ከፈሪሳውያን ወገን የሆኑ ጸሐፍት ከኃጢአተኞችና ከቀረጥ ሰብሳቢዎች ጋር ሲበላ ባዩ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱን “እንዴት ከቀረጥ ሰብሳቢዎችና ከኃጢአተኞች ጋር ይበላል?” አሏቸው።
ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ግና፡ ምስ ሓጥኣንን ምስ ኣከብቲ ቐረጽን ኪበልዕ ከሎ ምስ ረኣይዎ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ምስ ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንንዶ ይበልዕ እዩ፧” በልዎም።
55,497

55,498
am_tg
ኢየሱስ ይህን ሲሰማ “ሐኪም የሚያስፈልጋቸው ሕመምተኞች እንጂ ጤነኞች አይደሉም። እኔ የመጣሁት ጻድቃንን ሳይሆን ኃጢአተኞችን ልጠራ ነው” አላቸው።
የሱስ እዚ ሰሚዑ፡ “ሓኪም ንሕሙማት ደኣ እምበር፡ ንጥዑያት ኣየድልዮምን እዩ። ኣነ ንጻድቃን ዘይኰነስ፡ ንሓጥኣን እየ ኽጽውዕ መጺአ” በሎም።
55,499