Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
55,500
am_tg
የዮሐንስ ደቀ መዛሙርትና ፈሪሳውያን የመጾም ልማድ ነበራቸው። ስለዚህም ወደ እሱ መጥተው “የዮሐንስ ደቀ መዛሙርትና የፈሪሳውያን ደቀ መዛሙርት ዘወትር ሲጾሙ የአንተ ደቀ መዛሙርት ግን የማይጾሙት ለምንድን ነው?” አሉት።
ደቀ መዛሙርቲ ዮሃንስን ፈሪሳውያንን ድማ ይጾሙ ነበሩ። መጺኦም ከኣ፡ “ደቂ መዛሙርቲ ዮሃንስን ደቂ መዛሙርቲ ፈሪሳውያንን ዚጾሙ፡ ደቂ መዛሙርትኻ ግና ዘይጾሙ ስለምንታይ እዮም፧” በልዎ።
55,501
tg_am

55,502
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “ሙሽራው ከእነሱ ጋር እያለ ጓደኞቹ የሚጾሙበት ምን ምክንያት አለ? ሙሽራው አብሯቸው እስካለ ድረስ ሊጾሙ አይችሉም።
የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ኣዕሩኽ መርዓዊ፡ መርዓዊ ምሳታቶም ከሎ፡ ዚጾሙሉ ምኽንያት ኣለዎም ድዩ፧ መርዓዊ ምሳታቶም ክሳዕ ዘሎ፡ ኪጾሙ ኣይክእሉን እዮም።
55,503

55,504
am_tg
ሆኖም ሙሽራው ከእነሱ የሚወሰድበት ጊዜ ይመጣል፤ በዚያን ጊዜ ይጾማሉ።
መርዓዊ ኻባታቶም ዚውሰደለን መዓልትታት ግና ኪመጻ እየን፣ ሽዑ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ኺጾሙ እዮም።
55,505

55,506
am_tg
በአሮጌ ልብስ ላይ ውኃ ያልነካው አዲስ ጨርቅ የሚጥፍ ሰው የለም። እንዲህ ቢያደርግ ግን አዲሱ ጨርቅ ሲሸበሸብ አሮጌውን ስለሚስበው ቀዳዳው የባሰ ይሰፋል።
ማይ ዘይጠዓመ ቝራጽ ዓለባ ኣብ ብላይ ክዳን ዚልግብ ሓደ እኳ የልቦን። እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ሓድሽ ዓለባ ነቲ ብላይ ይምንጭቶ፡ እቲ ቐዳድ ከኣ ዝገደደ ይኸውን።
55,507

55,508
am_tg
እንዲሁም ባረጀ አቁማዳ አዲስ የወይን ጠጅ የሚያስቀምጥ ሰው የለም። እንዲህ ቢያደርግ ግን የወይን ጠጁ አቁማዳውን ያፈነዳዋል፤ ወይኑ ይፈስሳል፤ አቁማዳውም ከጥቅም ውጭ ይሆናል። ይሁንና አዲስ የወይን ጠጅ የሚቀመጠው በአዲስ አቁማዳ ነው።”
ሓድሽ ወይኒ ኣብ ኣረገውቲ ኣሕርብቲ ዜዕርቕ እውን፡ ሓደ እኳ የልቦን። እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ወይኒ ነቲ ኣሕርብቲ ይቐድዶ፡ እቲ ወይኒ ይፈስስ፡ እቲ ኣሕርብቲ ኸኣ ይበላሾ። ንሓድሽ ወይኒ ግና፡ ኣብ ሓደስቲ ኣሕርብቲ የዕርቕዎ።”
55,509

55,510
am_tg
በሰንበት ቀን በእህል እርሻ መካከል እያለፈ ሳለ አብረውት ይሄዱ የነበሩት ደቀ መዛሙርቱ እሸት ይቀጥፉ ጀመር።
ብሰንበት ብማእከል ዝሩእ ግራውቲ ኺሓልፍ ከሎ፡ ደቀ መዛሙርቱ እናኸዱ፡ ሰዊት ኪቕንጥቡ ጀመሩ።
55,511

55,512
am_tg
በመሆኑም ፈሪሳውያን “ተመልከት! በሰንበት ቀን በሕግ የተከለከለ ነገር የሚያደርጉት ለምንድን ነው?” አሉት።
ፈሪሳውያን ድማ፡ “ርአ! ብሰንበት ኪግበር ዘይተፈቕደ ስለምንታይ ይገብሩ ኣለዉ፧” በልዎ።
55,513

55,514
am_tg
እሱ ግን እንዲህ አላቸው፦ “ዳዊት የሚበላው ባጣ ጊዜ እንዲሁም እሱና አብረውት የነበሩት ሰዎች በተራቡ ጊዜ ያደረገውን ነገር ፈጽሞ አላነበባችሁም?
ንሱ ግና ከምዚ በሎም፦ “ዳዊት ምስ ሰኣነ፡ ንሱን ምስኡ ዝነበሩን ከኣ ምስ ጠመዩ፡ እንታይ ከም ዝገበረስ ከቶዶ ኣየንበብኩምን፧
55,515

55,516
am_tg
ሊቀ ካህናት ስለሆነው ስለ አብያታር በሚናገረው ታሪክ ላይ ዳዊት ወደ አምላክ ቤት ገብቶ ከካህናት በቀር ማንም እንዲበላ ያልተፈቀደውን በአምላክ ፊት የቀረበ ኅብስት እንደበላና ከእሱ ጋር ለነበሩትም እንደሰጣቸው አላነበባችሁም?”
ከመይ ኢሉ ናብ ቤት ኣምላኽ ከም ዝኣተወ፡ ካህናት እምበር ካልኦት ኪበልዕዎ ዘይተፈቕደ እንጌራ መባእ ከም ዝበልዐ፡ ነቶም ምስኡ ዝነበሩ እውን ከም ዝሃቦምሲ፡ ኣብቲ ብዛዕባ ኣብያታር እቲ ሊቀ ኻህናት ዚገልጽ ዛንታዶ ኣየንበብኩምን፧”
55,517

55,518
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “ሰንበት ለሰው ተሰጠ እንጂ ሰው ለሰንበት አልተፈጠረም።
ኣስዒቡ ድማ፡ “ሰንበት ደኣ እያ ምእንቲ ሰብ ኰይና እምበር፡ ሰብሲ ምእንቲ ሰንበት ኣይኰነን።
55,519

55,520
am_tg
በመሆኑም የሰው ልጅ የሰንበትም እንኳ ጌታ ነው።”
እምበኣር፡ ወዲ ሰብ ጐይታ ሰንበት እውን እዩ” በሎም።
55,521
tg_am
እምበኣር፡ ወዲ ሰብ ጐይታ ሰንበት እውን እዩ” በሎም።
በመሆኑም የሰው ልጅ የሰንበትም እንኳ ጌታ ነው።”
55,522
am_tg
ከዚያም ተነስቶ ከዮርዳኖስ ማዶ ወዳሉት የይሁዳ ድንበሮች መጣ፤ ብዙ ሰዎችም እንደገና ወደ እሱ ተሰበሰቡ። አሁንም እንደ ልማዱ ያስተምራቸው ጀመር።
ካብኡ ተንሲኡ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ናብ ዘሎ ወሰናስን ይሁዳ መጸ፣ ከም ብሓድሽ እውን፡ ህዝቢ ናብኡ ተኣከበ። ከም ልማዱ፡ መሊሱ መሃሮም።
55,523

55,524
am_tg
ፈሪሳውያንም ቀርበው እሱን ለመፈተን በማሰብ አንድ ሰው ሚስቱን እንዲፈታ ሕግ ይፈቅድለት እንደሆነ ጠየቁት።
ፈሪሳውያን ድማ ምእንቲ ኺፍትንዎ ናብኡ ቐሪቦም፡ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኺፈትሓ ተፈቒዱሉ እንተ ዀይኑ ሓተትዎ።
55,525

55,526
am_tg
እሱም መልሶ “ሙሴ ምን ብሎ ነው ያዘዛችሁ?” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “ሙሴ እንታይ ኢሉ ኣዚዙኩም፧” ኢሉ መለሰሎም።
55,527
tg_am
ንሱ ድማ፡ “ሙሴ እንታይ ኢሉ ኣዚዙኩም፧” ኢሉ መለሰሎም።
እሱም መልሶ “ሙሴ ምን ብሎ ነው ያዘዛችሁ?” አላቸው።
55,528
am_tg
እነሱም “ሙሴ የፍቺ የምሥክር ወረቀት ጽፎ እንዲፈታት ፈቅዷል” አሉት።
ንሳቶም ከኣ፡ “ሙሴስ ጽሑፍ መፍትሒኣ ጽሒፍካ ኽትፍታሕ ፈቒዱ እዩ” በሉ።
55,529

55,530
am_tg
ኢየሱስ ግን እንዲህ አላቸው፦ “ሙሴ ይህን ትእዛዝ የጻፈላችሁ ልባችሁ ደንዳና መሆኑን አይቶ ነው።
የሱስ ግና፡ “ብሰሪ ትሪ ልብኹም እዩ እዚ ትእዛዝ እዚ ዝጸሓፈልኩም።
55,531

55,532
am_tg
ይሁን እንጂ በፍጥረት መጀመሪያ ‘አምላክ ወንድና ሴት አድርጎ ፈጠራቸው።
ካብ መጀመርታ ፍጥረት ግና፡ ‘ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።
55,533

55,534
am_tg
ከዚህ የተነሳ ሰው ከአባቱና ከእናቱ ይለያል፤
ስለዚ፡ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡
55,535
tg_am
ስለዚ፡ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡
ከዚህ የተነሳ ሰው ከአባቱና ከእናቱ ይለያል፤
55,536
am_tg
ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ’፤ በመሆኑም ከዚህ በኋላ አንድ ሥጋ ናቸው እንጂ ሁለት አይደሉም።
ክልቲኦም ድማ ሓደ ስጋ ይዀኑ፣’ ደጊም ሓደ ስጋ እዮም እምበር፡ ክልተ ኣይኰኑን።
55,537

55,538
am_tg
ስለዚህ አምላክ ያጣመረውን ማንም ሰው አይለያየው።”
እምበኣር፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶስ፡ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይፍለዮ” በሎም።
55,539

55,540
am_tg
እንደገና ወደ ቤት በገቡ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ ስለዚህ ጉዳይ ይጠይቁት ጀመር።
ከም ብሓድሽ ኣብ ቤት ከሎ ኸኣ፡ ደቀ መዛሙርቱ ብዛዕባ እዚ ሓተትዎ።
55,541

55,542
am_tg
እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ሚስቱን ፈቶ ሌላ የሚያገባ ሁሉ በማመንዘር ሚስቱን ይበድላል፤
ንሱ ድማ፡ “ሰበይቱ ፈቲሑ ኻልእ ዚምርዖ ዘበለ፡ ኣብ ልዕሊኣ ይዝሙ፣
55,543

55,544
am_tg
አንዲት ሴትም ብትሆን ባሏን ፈታ ሌላ ብታገባ ታመነዝራለች።”
ሰበይቲ ንሰብኣያ ፈቲሓ ኻልእ እንተ ተመርዕያ ኸኣ፡ ትዝሙ” በሎም።
55,545

55,546
am_tg
ሰዎችም ኢየሱስ እጁን እንዲጭንባቸው ትናንሽ ልጆችን ወደ እሱ ያመጡ ጀመር፤ ደቀ መዛሙርቱ ግን ገሠጿቸው።
ምእንቲ ኺትንክዮም ከኣ ቈልዑ ኣምጽኡሉ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና ገንሕዎም።
55,547

55,548
am_tg
ኢየሱስ ይህን ሲያይ ተቆጥቶ እንዲህ አላቸው፦ “ልጆቹ ወደ እኔ ይምጡ፤ አትከልክሏቸው፤ የአምላክ መንግሥት እንደነዚህ ላሉት ነውና።
የሱስ እዚ ምስ ረኣየ፡ ተቘጥዐ እሞ፡ “መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፡ ነቶም ቈልዑ ናባይ ኪመጹ ሕደግዎም፡ ኣይትኸልክልዎም።
55,549

55,550
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ የአምላክን መንግሥት እንደ አንድ ትንሽ ልጅ ሆኖ የማይቀበል ሁሉ ፈጽሞ ወደዚህ መንግሥት አይገባም።”
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ቈልዓ ዀይኑ ዘይቅበላ ዘበለ፡ ከቶ ኣይኪኣትዋን እዩ” በሎም።
55,551

55,552
am_tg
ልጆቹንም አቀፋቸው፤ እጁንም ጭኖ ባረካቸው።
ነቶም ቈልዑ ሓቚፉ ድማ ኣእዳዉ ኣንቢሩ ባረኾም።
55,553
tg_am
ነቶም ቈልዑ ሓቚፉ ድማ ኣእዳዉ ኣንቢሩ ባረኾም።
ልጆቹንም አቀፋቸው፤ እጁንም ጭኖ ባረካቸው።
55,554
am_tg
ከዚያ ወጥቶ በመሄድ ላይ ሳለ አንድ ሰው እየሮጠ መጣ፤ በፊቱም በጉልበቱ ተንበርክኮ “ጥሩ መምህር ሆይ፣ የዘላለም ሕይወት ለመውረስ ምን ማድረግ ይኖርብኛል?” ሲል ጠየቀው።
መገዱ ኪኸይድ ከሎ ኸኣ፡ ሓደ ናብኡ ጐይዩ ኣብ ቅድሚኡ ተምበርከኸ እሞ፡ “ኣታ ሕያዋይ መምህር፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ፡ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧” ኢሉ ሓተቶ።
55,555

55,556
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “ለምን ጥሩ ብለህ ትጠራኛለህ? ከአንዱ ከአምላክ በቀር ጥሩ የለም።
የሱስ ድማ፡ “ስለምንታይ ሕያዋይ እትብለኒ፧ ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ፡ ሕያዋይ የልቦን።
55,557

55,558
am_tg
‘አትግደል፣ አታመንዝር፣ አትስረቅ፣ በሐሰት አትመሥክር፣ አታታል፣ አባትህንና እናትህን አክብር’ የሚሉትን ትእዛዛት ታውቃለህ።”
ነቲ ትእዛዛት ትፈልጦ ኢኻ፦ ‘ኣይትቕተል፡ ኣይትዘሙ፡ ኣይትስረቕ፡ ብሓሶት ኣይትመስክር፡ ኣይትዓምጽ፡ ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር’” በሎ።
55,559

55,560
am_tg
ሰውየውም “መምህር፣ እነዚህን ሁሉ ከልጅነቴ ጀምሮ ስጠብቅ ኖሬአለሁ” አለው።
ንሱ ኸኣ፡ “መምህር፡ እዚ ዅሉስ ካብ ንእስነተይ ኣትሒዘ እሕልዎ ኣለኹ” በሎ።
55,561

55,562
am_tg
ኢየሱስም ተመለከተውና ወደደው፤ ከዚያም “አንድ ነገር ይጎድልሃል፤ ሂድና ያለህን ነገር ሁሉ ሸጠህ ገንዘቡን ለድሆች ስጥ፤ በሰማይም ውድ ሀብት ታገኛለህ፤ ደግሞም መጥተህ ተከታዬ ሁን” አለው።
የሱስ ድማ ጠሚቱ ፈተዎ እሞ፡ “ሓንቲ ጐዲላትካ፦ ኪድ፡ ዘሎካ ሼጥካ ንድኻታት ሃብ፡ ኣብ ሰማይ ከኣ መዝገብ ኪህልወካ እዩ፣ ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን” በሎ።
55,563

55,564
am_tg
ሰውየው ግን ይህን ሲሰማ አዘነ፤ ብዙ ንብረት ስለነበረውም እያዘነ ሄደ።
ንሱ ግና ብዙሕ ጥሪት ስለ ዝነበሮ፡ በዚ መልሲ እዚ ሓዘነ፡ ጕህዩ እውን ከደ።
55,565

55,566
am_tg
ኢየሱስ ዙሪያውን ከተመለከተ በኋላ ደቀ መዛሙርቱን “ገንዘብ ላላቸው ሰዎች ወደ አምላክ መንግሥት መግባት ምንኛ አስቸጋሪ ነው!” አላቸው።
የሱስ ግልጽ ግልጽ ኢሉ ድሕሪ ምጥማት፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ገንዘብ ዘለዎም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣትዉስ፡ ክንደይ ጭንቂ እዩ ዚዀኖም!” በሎም።
55,567

55,568
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ግን በንግግሩ ተገረሙ። ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “ልጆቼ ሆይ፣ ወደ አምላክ መንግሥት መግባት እንዴት አስቸጋሪ ነው!
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና ብቓሉ ተገረሙ። የሱስ ድማ፡ “ደቀየ፡ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእታውሲ፡ ክንደይ ጭንቂ እዩ!
55,569

55,570
am_tg
ሀብታም ሰው ወደ አምላክ መንግሥት ከሚገባ ግመል በመርፌ ቀዳዳ ቢሾልክ ይቀልላል።”
ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” ኢሉ መለሰሎም።
55,571

55,572
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ይበልጥ በመገረም “ታዲያ ማን ሊድን ይችላል?” አሉት።
ብዝያዳ ተገሪሞም ከኣ፡ “መን ደኣ ኺድሕን ይኽእል፧” በልዎ።
55,573

55,574
am_tg
ኢየሱስም ደቀ መዛሙርቱን ትኩር ብሎ በመመልከት “ይህ በሰዎች ዘንድ አይቻልም፤ በአምላክ ዘንድ ግን እንዲህ አይደለም፤ በአምላክ ዘንድ ሁሉ ነገር ይቻላል” አለ።
የሱስ ከኣ እናጠመቶም፡ “ብሰባት ኣይከኣልን እዩ፡ ብኣምላኽ ግና ከምኡ ኣይኰነን፣ ብኣምላኽሲ ዅሉ ይከኣል እዩ” በሎም።
55,575

55,576
am_tg
ጴጥሮስም “እነሆ፣ እኛ ሁሉን ትተን ተከትለንሃል” አለው።
ጴጥሮስ ድማ፡ “እንሆ፡ ንሕና ዅሉ ሓዲግና ስዒብናካ” ኺብሎ ጀመረ።
55,577

55,578
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አለ፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ስለ እኔና ስለ ምሥራቹ ሲል ቤትን ወይም ወንድሞችን ወይም እህቶችን ወይም እናትን ወይም አባትን ወይም ልጆችን ወይም እርሻን የተወ ሁሉ፣
የሱስ ከኣ ከምዚ በለ፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ምእንታይን ምእንቲ ብስራትን ኢሉ፡ ቤት፡ ወይ ኣሕዋት፡ ወይ ኣሓት፡ ወይ ኣደ፡ ወይ ኣቦ፡ ወይ ውሉዳት፡ ወይ ግራውቲ ዝሓደገ ዘበለ፡
55,579

55,580
am_tg
አሁን በዚህ ዘመን ከስደት ጋር ቤቶችን፣ ወንድሞችን፣ እህቶችን፣ እናቶችን፣ ልጆችንና እርሻን 100 እጥፍ፣ በሚመጣው ሥርዓት ደግሞ የዘላለም ሕይወት ያገኛል።
ሕጂ ኣብዚ እዋን እዚ 100 ዕጽፊ ኣባይትን ኣሕዋትን ኣሓትን ኣዴታትን ውሉዳትን ግራውትን ምስ መስጐጕቲ፡ ኣብቲ ዚመጽእ ስርዓት ከኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዘይረክብ የልቦን።
55,581

55,582
am_tg
ሆኖም ፊተኞች የሆኑ ብዙዎች ኋለኞች፣ ኋለኞች የሆኑ ደግሞ ፊተኞች ይሆናሉ።”
ብዙሓት ቀዳሞት ግና ዳሕሮት፡ ዳሕሮት ድማ ቀዳሞት ኪዀኑ እዮም።”
55,583

55,584
am_tg
ወደ ኢየሩሳሌም በሚወስደው መንገድ እያቀኑ ሳሉ ኢየሱስ ከፊት ከፊታቸው ይሄድ ነበር፤ እነሱም ተደነቁ፤ ይከተሉት የነበሩት ሰዎች ግን ፍርሃት አደረባቸው። እሱም እንደገና አሥራ ሁለቱን ገለል አድርጎ በመውሰድ የሚደርስበትን ነገር ይነግራቸው ጀመር፦
ናብ የሩሳሌም ኣብ ዜደይብ መገዲ ኪኸዱ ኸለዉ፡ የሱስ ቀቅድሚኦም ይኸይድ ነበረ፣ ንሳቶም ከኣ ተገረሙ፡ እቶም ዝሰዓቡ ግና ፈርሁ። ከም ብሓድሽ ድማ፡ ነቶም ዓሰርተው ክልተ ወሲዱ፡ እቲ ኺበጽሖ ዘለዎ ኺነግሮም ጀመረ፦
55,585

55,586
am_tg
“እነሆ፣ ወደ ኢየሩሳሌም እየወጣን ነው፤ የሰው ልጅ ለካህናት አለቆችና ለጸሐፍት አልፎ ይሰጣል። እነሱም ሞት ይፈርዱበታል፤ ለአሕዛብም አሳልፈው ይሰጡታል፤
“እንሆ፡ ናብ የሩሳሌም ንድይብ ኣለና፣ ወዲ ሰብ ከኣ ንሊቃውንቲ ኻህናትን ንጸሓፍትን ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ፣ ንሳቶም ድማ ንሞት ኪፈርድዎ፡ ንኣህዛብ እውን ኣሕሊፎም ኪህብዎ እዮም፣
55,587

55,588
am_tg
ያፌዙበታል፤ ይተፉበታል፤ ይገርፉታል፤ ከዚያም ይገድሉታል፤ ሆኖም ከሦስት ቀን በኋላ ይነሳል።”
ንሳቶም ከኣ ኬላግጹሉን ጡፍ ኪብሉሉን ኪገርፍዎን ኪቐትልዎን እዮም፣ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ግና ኪትንስእ እዩ።”
55,589

55,590
am_tg
ሁለቱ የዘብዴዎስ ልጆች ያዕቆብና ዮሐንስ ወደ እሱ ቀርበው “መምህር፣ የምንለምንህን ማንኛውንም ነገር እንድታደርግልን እንፈልጋለን” አሉት።
ያእቆብን ዮሃንስን ደቂ ዘብዴዎስ ከኣ፡ ናብኡ ቐሪቦም፡ “መምህር፡ እንልምነካ ዘበለ ኽትገብረልና ንደሊ ኣለና” በልዎ።
55,591

55,592
am_tg
እሱም “ምን እንዳደርግላችሁ ትፈልጋላችሁ?” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “እንታይ ክገብረልኩም ትደልዩ፧” በሎም።
55,593
tg_am
ንሱ ድማ፡ “እንታይ ክገብረልኩም ትደልዩ፧” በሎም።
እሱም “ምን እንዳደርግላችሁ ትፈልጋላችሁ?” አላቸው።
55,594
am_tg
እነሱም “በክብር ቦታህ ላይ ስትቀመጥ አንዳችን በቀኝህ፣ አንዳችን ደግሞ በግራህ እንድንቀመጥ ፍቀድልን” ሲሉ መለሱለት።
ንሳቶም ከኣ፡ “ኣብ ክብርኻ፡ ሓዴና ኣብ የማንካ፡ ሓዴና ድማ ኣብ ጸጋምካ ኽንቅመጥ ፍቐደልና” ኢሎም መለሱሉ።
55,595

55,596
am_tg
ኢየሱስ ግን “የምትለምኑትን አታውቁም። እኔ የምጠጣውን ጽዋ ልትጠጡ ወይም እኔ የምጠመቀውን ጥምቀት ልትጠመቁ ትችላላችሁ?” አላቸው።
የሱስ ግና፡ “እትልምንዎ ኣይትፈልጡን ኢኹም። እታ ኣነ ዝሰትያ ዘለኹ ጽዋእ ክትሰትዩ፡ ወይስ እታ ኣነ ዝጥመቓ ዘለኹ ጥምቀት ክትጥመቑ ትኽእሉዶ፧” በሎም።
55,597

55,598
am_tg
እነሱም “እንችላለን” አሉት። በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “እኔ የምጠጣውን ጽዋ ትጠጣላችሁ፤ እኔ የምጠመቀውንም ጥምቀት ትጠመቃላችሁ።
ንሳቶም ከኣ፡ “ንኽእል” በልዎ። የሱስ ድማ፡ “እታ ኣነ ዝሰትያ ዘለኹ ጽዋእሲ ኽትሰትዩ፡ እታ ኣነ ዝጥመቓ ዘለኹ ጥምቀት እውን ክትጥመቑ ኢኹም።
55,599