Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
55,600 | am_tg | በቀኜ ወይም በግራዬ መቀመጥ ግን ለተዘጋጀላቸው የሚሰጥ እንጂ በእኔ ፈቃድ የሚሆን አይደለም።” | ኣብ የማነይ ወይ ኣብ ጸጋመይ ምቕማጥ ግና፡ ነቶም እተዳለወሎም ደኣ እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝህቦ” በሎም። |
55,601 | tg_am | ኣብ የማነይ ወይ ኣብ ጸጋመይ ምቕማጥ ግና፡ ነቶም እተዳለወሎም ደኣ እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝህቦ” በሎም። | በቀኜ ወይም በግራዬ መቀመጥ ግን ለተዘጋጀላቸው የሚሰጥ እንጂ በእኔ ፈቃድ የሚሆን አይደለም።” |
55,602 | am_tg | የቀሩት አሥሩ ይህን ሲሰሙ በያዕቆብና በዮሐንስ ላይ ተቆጡ። | እቶም ዝተረፉ ዓሰርተ ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብያእቆብን ብዮሃንስን ተቘጥዑ። |
55,603 | tg_am | እቶም ዝተረፉ ዓሰርተ ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብያእቆብን ብዮሃንስን ተቘጥዑ። | የቀሩት አሥሩ ይህን ሲሰሙ በያዕቆብና በዮሐንስ ላይ ተቆጡ። |
55,604 | am_tg | ሆኖም ኢየሱስ ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “ብሔራትን የሚገዙ ነገሥታት በሕዝባቸው ላይ ሥልጣናቸውን እንደሚያሳዩ፣ ታላላቆቻቸውም በኃይል እንደሚገዟቸው ታውቃላችሁ። | የሱስ ግና ናብኡ ጸዊዑ፡ ከምዚ በሎም፦ “ንኣህዛብ፡ እቶም ከም ገዛእቶም ዚቝጸሩ ኸም ዚገዝእዎም፡ ዓበይቶም ድማ ኣብ ልዕሊኦም ከም ዚስልጥኑ ትፈልጡ ኢኹም። |
55,605 | tg_am | የሱስ ግና ናብኡ ጸዊዑ፡ ከምዚ በሎም፦ “ንኣህዛብ፡ እቶም ከም ገዛእቶም ዚቝጸሩ ኸም ዚገዝእዎም፡ ዓበይቶም ድማ ኣብ ልዕሊኦም ከም ዚስልጥኑ ትፈልጡ ኢኹም። | ሆኖም ኢየሱስ ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “ብሔራትን የሚገዙ ነገሥታት በሕዝባቸው ላይ ሥልጣናቸውን እንደሚያሳዩ፣ ታላላቆቻቸውም በኃይል እንደሚገዟቸው ታውቃላችሁ። |
55,606 | am_tg | በእናንተ መካከል ግን እንዲህ መሆን የለበትም፤ ከመካከላችሁ ታላቅ መሆን የሚፈልግ ሁሉ አገልጋያችሁ ሊሆን ይገባል፤ | ኣባኻትኩም ግና ከምኡ ኣይኹን፣ የግዳስ፡ ካባኻትኩም ዓብዪ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ፡ ኣገልጋሊኹም ይኹን፣ |
55,607 | tg_am | ኣባኻትኩም ግና ከምኡ ኣይኹን፣ የግዳስ፡ ካባኻትኩም ዓብዪ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ፡ ኣገልጋሊኹም ይኹን፣ | በእናንተ መካከል ግን እንዲህ መሆን የለበትም፤ ከመካከላችሁ ታላቅ መሆን የሚፈልግ ሁሉ አገልጋያችሁ ሊሆን ይገባል፤ |
55,608 | am_tg | እንዲሁም ከመካከላችሁ ፊተኛ መሆን የሚፈልግ ሁሉ፣ የሁሉ ባሪያ ሊሆን ይገባል። | ካባኻትኩም ቀዳማይ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ ድማ፡ ባርያ ዅላትኩም ይኹን። |
55,609 | tg_am | ካባኻትኩም ቀዳማይ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ ድማ፡ ባርያ ዅላትኩም ይኹን። | እንዲሁም ከመካከላችሁ ፊተኛ መሆን የሚፈልግ ሁሉ፣ የሁሉ ባሪያ ሊሆን ይገባል። |
55,610 | am_tg | ምክንያቱም የሰው ልጅ እንኳ የመጣው ለማገልገልና በብዙ ሰዎች ምትክ ሕይወቱን ቤዛ አድርጎ ለመስጠት እንጂ እንዲገለገል አይደለም።” | ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ እኳ ኼገልግልን ህይወቱ ምእንቲ ብዙሓት በጃ ኼሕልፍን እምበር፡ ኪግልገል ኢሉ ኣይመጸን።” |
55,611 | tg_am | ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ እኳ ኼገልግልን ህይወቱ ምእንቲ ብዙሓት በጃ ኼሕልፍን እምበር፡ ኪግልገል ኢሉ ኣይመጸን።” | ምክንያቱም የሰው ልጅ እንኳ የመጣው ለማገልገልና በብዙ ሰዎች ምትክ ሕይወቱን ቤዛ አድርጎ ለመስጠት እንጂ እንዲገለገል አይደለም።” |
55,612 | am_tg | ከዚያም ወደ ኢያሪኮ መጡ። እሱና ደቀ መዛሙርቱ ከብዙ ሕዝብ ጋር ከኢያሪኮ ሲወጡ ዓይነ ስውሩ የጤሜዎስ ልጅ በርጤሜዎስ መንገድ ዳር ተቀምጦ ይለምን ነበር። | ናብ ያሪኮ ድማ መጹ። ንሱን ደቀ መዛሙርቱን ብዙሕ ህዝብን ካብ ያሪኮ ኺወጹ ኸለዉ ኸኣ፡ በርጢሜዎስ (ወዲ ጢሜዎስ)፡ እቲ ዕዉር ለማኒ፡ ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጡ ነበረ። |
55,613 | tg_am | ናብ ያሪኮ ድማ መጹ። ንሱን ደቀ መዛሙርቱን ብዙሕ ህዝብን ካብ ያሪኮ ኺወጹ ኸለዉ ኸኣ፡ በርጢሜዎስ (ወዲ ጢሜዎስ)፡ እቲ ዕዉር ለማኒ፡ ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጡ ነበረ። | ከዚያም ወደ ኢያሪኮ መጡ። እሱና ደቀ መዛሙርቱ ከብዙ ሕዝብ ጋር ከኢያሪኮ ሲወጡ ዓይነ ስውሩ የጤሜዎስ ልጅ በርጤሜዎስ መንገድ ዳር ተቀምጦ ይለምን ነበር። |
55,614 | am_tg | እሱም የናዝሬቱ ኢየሱስ መሆኑን ሲሰማ “የዳዊት ልጅ፣ ኢየሱስ ሆይ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” እያለ ይጮኽ ጀመር። | ንሱ፡ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ምዃኑ ምስ ሰምዐ፡ “ወዲ ዳዊት፡ የሱስ፡ ምሓረኒ!” ኢሉ ኺጭርሕ ጀመረ። |
55,615 | tg_am | ንሱ፡ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ምዃኑ ምስ ሰምዐ፡ “ወዲ ዳዊት፡ የሱስ፡ ምሓረኒ!” ኢሉ ኺጭርሕ ጀመረ። | እሱም የናዝሬቱ ኢየሱስ መሆኑን ሲሰማ “የዳዊት ልጅ፣ ኢየሱስ ሆይ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” እያለ ይጮኽ ጀመር። |
55,616 | am_tg | በዚህ ጊዜ ብዙዎች ዝም እንዲል ገሠጹት፤ እሱ ግን “የዳዊት ልጅ ሆይ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” እያለ ይበልጥ መጮኹን ቀጠለ። | ብዙሓት ድማ ስቕ ኪብል ገንሕዎ፣ ንሱ ግና፡ “ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ!” እናበለ ኣዝዩ ጨርሐ። |
55,617 | tg_am | ብዙሓት ድማ ስቕ ኪብል ገንሕዎ፣ ንሱ ግና፡ “ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ!” እናበለ ኣዝዩ ጨርሐ። | በዚህ ጊዜ ብዙዎች ዝም እንዲል ገሠጹት፤ እሱ ግን “የዳዊት ልጅ ሆይ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” እያለ ይበልጥ መጮኹን ቀጠለ። |
55,618 | am_tg | ኢየሱስም ቆመና “ጥሩት” አለ። እነሱም ዓይነ ስውሩን “አይዞህ! ተነስ፤ እየጠራህ ነው” አሉት። | የሱስ ከኣ ደው ኢሉ፡ “ጸውዕዎ” በለ። ነቲ ዕዉር ከኣ፡ “ኣጆኻ፡ ተንስእ፡ ይጽውዓካ ኣሎ” እናበሉ ጸውዕዎ። |
55,619 | tg_am | የሱስ ከኣ ደው ኢሉ፡ “ጸውዕዎ” በለ። ነቲ ዕዉር ከኣ፡ “ኣጆኻ፡ ተንስእ፡ ይጽውዓካ ኣሎ” እናበሉ ጸውዕዎ። | ኢየሱስም ቆመና “ጥሩት” አለ። እነሱም ዓይነ ስውሩን “አይዞህ! ተነስ፤ እየጠራህ ነው” አሉት። |
55,620 | am_tg | እሱም መደረቢያውን ጥሎ ዘሎ በመነሳት ወደ ኢየሱስ ሄደ። | ክዳኑ ደርብዩ፡ ብድድ ኢሉ ናብ የሱስ ከደ። |
55,621 | tg_am | ክዳኑ ደርብዩ፡ ብድድ ኢሉ ናብ የሱስ ከደ። | እሱም መደረቢያውን ጥሎ ዘሎ በመነሳት ወደ ኢየሱስ ሄደ። |
55,622 | am_tg | ኢየሱስም “ምን እንዳደርግልህ ትፈልጋለህ?” አለው። ዓይነ ስውሩም “ራቦኒ፣ የዓይኔን ብርሃን መልስልኝ” አለው። | የሱስ ድማ፡ “እንታይ ክገብረልካ ትደሊ ኣለኻ፧” በሎ። እቲ ዕዉር ከኣ፡ “ረቡኒ፡ ክርኢ” በሎ። |
55,623 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “እንታይ ክገብረልካ ትደሊ ኣለኻ፧” በሎ። እቲ ዕዉር ከኣ፡ “ረቡኒ፡ ክርኢ” በሎ። | ኢየሱስም “ምን እንዳደርግልህ ትፈልጋለህ?” አለው። ዓይነ ስውሩም “ራቦኒ፣ የዓይኔን ብርሃን መልስልኝ” አለው። |
55,624 | am_tg | ኢየሱስም “ሂድ፣ እምነትህ አድኖሃል” አለው። ወዲያውም የዓይኑ ብርሃን ተመለሰለት፤ እሱም ከሕዝቡ ጋር አብሮ ይከተለው ጀመር። | የሱስ ከኣ፡ “ኪድ፡ እምነትካ ኣሕውያትካ” በሎ። ብኡብኡ ድማ ረኣየ፡ ኣብ መገዲ እውን ሰዓቦ። |
55,625 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ኪድ፡ እምነትካ ኣሕውያትካ” በሎ። ብኡብኡ ድማ ረኣየ፡ ኣብ መገዲ እውን ሰዓቦ። | ኢየሱስም “ሂድ፣ እምነትህ አድኖሃል” አለው። ወዲያውም የዓይኑ ብርሃን ተመለሰለት፤ እሱም ከሕዝቡ ጋር አብሮ ይከተለው ጀመር። |
55,626 | am_tg | ሰንበት ካለፈ በኋላም መግደላዊቷ ማርያም፣ የያዕቆብ እናት ማርያምና ሰሎሜ ሄደው አስከሬኑን ሊቀቡ ጥሩ መዓዛ ያላቸው ቅመሞች ገዙ። | ሰንበት ምስ ሓለፈት፡ ማርያም መግደላዊትን እታ ኣደ ያእቆብ ዝዀነት ማርያምን ሰሎሜን መጺአን ኪለኽያኦ፡ ሽቱ ዓደጋ። |
55,627 | tg_am | ሰንበት ምስ ሓለፈት፡ ማርያም መግደላዊትን እታ ኣደ ያእቆብ ዝዀነት ማርያምን ሰሎሜን መጺአን ኪለኽያኦ፡ ሽቱ ዓደጋ። | ሰንበት ካለፈ በኋላም መግደላዊቷ ማርያም፣ የያዕቆብ እናት ማርያምና ሰሎሜ ሄደው አስከሬኑን ሊቀቡ ጥሩ መዓዛ ያላቸው ቅመሞች ገዙ። |
55,628 | am_tg | ከዚያም በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን በማለዳ ፀሐይ ስትወጣ ወደ መቃብሩ መጡ። | ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ጸሓይ ምስ በረቐት፡ ኣንጊሀን ናብቲ መቓብር መጻ። |
55,629 | tg_am | ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ጸሓይ ምስ በረቐት፡ ኣንጊሀን ናብቲ መቓብር መጻ። | ከዚያም በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን በማለዳ ፀሐይ ስትወጣ ወደ መቃብሩ መጡ። |
55,630 | am_tg | እርስ በርሳቸውም “በመቃብሩ ደጃፍ ላይ ያለውን ድንጋይ ማን ያንከባልልልናል?” ይባባሉ ነበር። | ንሓድሕደን ከኣ፡ “ነቲ እምንስ ካብ ኣፍ እቲ መቓብር መን ኬንከባልለልና እዩ፧” ይባሃሃላ ነበራ። |
55,631 | tg_am | ንሓድሕደን ከኣ፡ “ነቲ እምንስ ካብ ኣፍ እቲ መቓብር መን ኬንከባልለልና እዩ፧” ይባሃሃላ ነበራ። | እርስ በርሳቸውም “በመቃብሩ ደጃፍ ላይ ያለውን ድንጋይ ማን ያንከባልልልናል?” ይባባሉ ነበር። |
55,632 | am_tg | ቀና ብለው ሲመለከቱ ግን በጣም ትልቅ የነበረው ድንጋይ ከቦታው ተንከባሎ አዩ። | ኣዒንተን ኣልዒለን እንተ ጠመታ ግና፡ እቲ እምኒ ኣዝዩ ገዚፍ እኳ እንተ ነበረ፡ ተንከባሊሉ ረኣያኦ። |
55,633 | tg_am | ኣዒንተን ኣልዒለን እንተ ጠመታ ግና፡ እቲ እምኒ ኣዝዩ ገዚፍ እኳ እንተ ነበረ፡ ተንከባሊሉ ረኣያኦ። | ቀና ብለው ሲመለከቱ ግን በጣም ትልቅ የነበረው ድንጋይ ከቦታው ተንከባሎ አዩ። |
55,634 | am_tg | ወደ መቃብሩ ሲገቡ ነጭ ልብስ የለበሰ አንድ ወጣት በቀኝ በኩል ተቀምጦ አዩና ደነገጡ። | ናብቲ መቓብር ምስ ኣተዋ፡ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኽዳን እተኸድነ ጐበዝ ኣብ የማን ተቐሚጡ ረኣያ እሞ፡ ሰምበዳ። |
55,635 | tg_am | ናብቲ መቓብር ምስ ኣተዋ፡ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኽዳን እተኸድነ ጐበዝ ኣብ የማን ተቐሚጡ ረኣያ እሞ፡ ሰምበዳ። | ወደ መቃብሩ ሲገቡ ነጭ ልብስ የለበሰ አንድ ወጣት በቀኝ በኩል ተቀምጦ አዩና ደነገጡ። |
55,636 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “አትደንግጡ። በእንጨት ላይ የተሰቀለውን የናዝሬቱን ኢየሱስን እየፈለጋችሁ እንደሆነ አውቃለሁ። እሱ ተነስቷል። እዚህ የለም። ተመልከቱ፣ እሱን ያኖሩበት ስፍራ ይኸውና። | ንሱ ድማ፡ “ኣይትሰምብዳ። ነቲ እተሰቕለ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ትደልያኦ ኣለኽን። ንሱ ተንሲኡ እዩ። ኣብዚ የሎን። እታ ተነቢሩላ ዝነበረት ቦታ እንሃ! |
55,637 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ኣይትሰምብዳ። ነቲ እተሰቕለ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ትደልያኦ ኣለኽን። ንሱ ተንሲኡ እዩ። ኣብዚ የሎን። እታ ተነቢሩላ ዝነበረት ቦታ እንሃ! | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “አትደንግጡ። በእንጨት ላይ የተሰቀለውን የናዝሬቱን ኢየሱስን እየፈለጋችሁ እንደሆነ አውቃለሁ። እሱ ተነስቷል። እዚህ የለም። ተመልከቱ፣ እሱን ያኖሩበት ስፍራ ይኸውና። |
55,638 | am_tg | ይልቁንስ ሄዳችሁ ለደቀ መዛሙርቱና ለጴጥሮስ ‘ቀድሟችሁ ወደ ገሊላ ይሄዳል። እንደነገራችሁም እዚያ ታዩታላችሁ’ በሏቸው።” | ኪዳ እሞ፡ ንደቀ መዛሙርቱን ንጴጥሮስን፡ ‘ናብ ገሊላ ኪቕድመኩም እዩ። ከምቲ ዝነገረኩም፡ ኣብኡ ኽትርእይዎ ኢኹም’ ኢልክን ንገራኦም” በለን። |
55,639 | tg_am | ኪዳ እሞ፡ ንደቀ መዛሙርቱን ንጴጥሮስን፡ ‘ናብ ገሊላ ኪቕድመኩም እዩ። ከምቲ ዝነገረኩም፡ ኣብኡ ኽትርእይዎ ኢኹም’ ኢልክን ንገራኦም” በለን። | ይልቁንስ ሄዳችሁ ለደቀ መዛሙርቱና ለጴጥሮስ ‘ቀድሟችሁ ወደ ገሊላ ይሄዳል። እንደነገራችሁም እዚያ ታዩታላችሁ’ በሏቸው።” |
55,640 | am_tg | እነሱም ከመቃብሩ ከወጡ በኋላ በአድናቆት ተውጠው በፍርሃት እየተንቀጠቀጡ ሸሽተው ሄዱ። ከፍርሃታቸውም የተነሳ ለማንም ምንም ነገር አልተናገሩም። | ካብቲ መቓብር ምስ ወጻ፡ ደንጽይወን ራዕራዕ እናበላ ሃደማ። ፈሪሀን ስለ ዝነበራ ኸኣ፡ ንሓደ እኳ ኣይነገራን። |
55,641 | tg_am | ካብቲ መቓብር ምስ ወጻ፡ ደንጽይወን ራዕራዕ እናበላ ሃደማ። ፈሪሀን ስለ ዝነበራ ኸኣ፡ ንሓደ እኳ ኣይነገራን። | እነሱም ከመቃብሩ ከወጡ በኋላ በአድናቆት ተውጠው በፍርሃት እየተንቀጠቀጡ ሸሽተው ሄዱ። ከፍርሃታቸውም የተነሳ ለማንም ምንም ነገር አልተናገሩም። |
55,642 | am_tg | ከዚያም ወደ ባሕሩ ማዶ ተሻግረው ጌርጌሴኖን ወደተባለው ክልል ደረሱ። | ናብ ስግር ባሕሪ፡ ናብ ዞባ ጌራሴኖስ ከኣ በጽሑ። |
55,643 | tg_am | ናብ ስግር ባሕሪ፡ ናብ ዞባ ጌራሴኖስ ከኣ በጽሑ። | ከዚያም ወደ ባሕሩ ማዶ ተሻግረው ጌርጌሴኖን ወደተባለው ክልል ደረሱ። |
55,644 | am_tg | ኢየሱስ ከጀልባ እንደወረደ፣ ርኩስ መንፈስ ያደረበት አንድ ሰው ከመቃብር ቦታ ወጥቶ ከእሱ ጋር ተገናኘ። | የሱስ ካብ ጃልባ ምስ ወረደ ኸኣ፡ ብኡብኡ ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ካብ መቓብር ወጺኡ ተጓነፎ። |
55,645 | tg_am | የሱስ ካብ ጃልባ ምስ ወረደ ኸኣ፡ ብኡብኡ ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ካብ መቓብር ወጺኡ ተጓነፎ። | ኢየሱስ ከጀልባ እንደወረደ፣ ርኩስ መንፈስ ያደረበት አንድ ሰው ከመቃብር ቦታ ወጥቶ ከእሱ ጋር ተገናኘ። |
55,646 | am_tg | ይህ ሰው በመቃብር ቦታ ይኖር የነበረ ሲሆን እስከዚያ ጊዜ ድረስ በሰንሰለት እንኳ አጥብቆ ሊያስረው የቻለ አንድም ሰው አልነበረም። | ንሱ ኣብ መቓብር ይነብር ነበረ፣ ክሳዕ እታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ብሰንሰለት ኣሲሩ ኼጽንዖ ዝኸኣለ ሓደ እኳ ኣይነበረን። |
55,647 | tg_am | ንሱ ኣብ መቓብር ይነብር ነበረ፣ ክሳዕ እታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ብሰንሰለት ኣሲሩ ኼጽንዖ ዝኸኣለ ሓደ እኳ ኣይነበረን። | ይህ ሰው በመቃብር ቦታ ይኖር የነበረ ሲሆን እስከዚያ ጊዜ ድረስ በሰንሰለት እንኳ አጥብቆ ሊያስረው የቻለ አንድም ሰው አልነበረም። |
55,648 | am_tg | ብዙ ጊዜ በእግር ብረትና በሰንሰለት ይታሰር የነበረ ቢሆንም ሰንሰለቱን ይበጣጥስ፣ እግር ብረቱንም ይሰባብር ነበር፤ እሱን በቁጥጥር ሥር ለማዋል የሚያስችል ጉልበት ያለው አንድም ሰው አልነበረም። | ብመቝሕን ብሰንሰለትን ብዙሕ ሳዕ ይእሰር ነበረ፣ ግናኸ፡ ንሰንሰለት ይብጥሶ፡ ንመቝሕ ከኣ ይሰብሮ ነበረ፣ ኬሕምቖ ዝኸኣለ ድማ ሓደ እኳ ኣይነበረን። |
55,649 | tg_am | ብመቝሕን ብሰንሰለትን ብዙሕ ሳዕ ይእሰር ነበረ፣ ግናኸ፡ ንሰንሰለት ይብጥሶ፡ ንመቝሕ ከኣ ይሰብሮ ነበረ፣ ኬሕምቖ ዝኸኣለ ድማ ሓደ እኳ ኣይነበረን። | ብዙ ጊዜ በእግር ብረትና በሰንሰለት ይታሰር የነበረ ቢሆንም ሰንሰለቱን ይበጣጥስ፣ እግር ብረቱንም ይሰባብር ነበር፤ እሱን በቁጥጥር ሥር ለማዋል የሚያስችል ጉልበት ያለው አንድም ሰው አልነበረም። |
55,650 | am_tg | ዘወትር ሌሊትና ቀን በመቃብር ቦታና በተራሮች ላይ ይጮኽ እንዲሁም ሰውነቱን በድንጋይ ይተለትል ነበር። | ኵሉ ሳዕ ከኣ፡ ለይትን መዓልትን ኣብ መቓብርን ኣብ ኣኽራንን ኰይኑ የእዊ፡ ስጋኡ ድማ ብጽንጽሕለ ይበጥሕ ነበረ። |
55,651 | tg_am | ኵሉ ሳዕ ከኣ፡ ለይትን መዓልትን ኣብ መቓብርን ኣብ ኣኽራንን ኰይኑ የእዊ፡ ስጋኡ ድማ ብጽንጽሕለ ይበጥሕ ነበረ። | ዘወትር ሌሊትና ቀን በመቃብር ቦታና በተራሮች ላይ ይጮኽ እንዲሁም ሰውነቱን በድንጋይ ይተለትል ነበር። |
55,652 | am_tg | ኢየሱስን ከሩቅ ባየው ጊዜ ግን ወደ እሱ ሮጦ በመሄድ ሰገደለት። | ንየሱስ ካብ ርሑቕ ምስ ረኣዮ ግና፡ ጐይዩ ሰገደሉ። |
55,653 | tg_am | ንየሱስ ካብ ርሑቕ ምስ ረኣዮ ግና፡ ጐይዩ ሰገደሉ። | ኢየሱስን ከሩቅ ባየው ጊዜ ግን ወደ እሱ ሮጦ በመሄድ ሰገደለት። |
55,654 | am_tg | ከዚያም በታላቅ ድምፅ እየጮኸ “የልዑል አምላክ ልጅ ኢየሱስ ሆይ፣ እኔ ከአንተ ጋር ምን ጉዳይ አለኝ? እንዳታሠቃየኝ በአምላክ ስም አስምልሃለሁ” አለው። | “ኦ የሱስ ወዲ እቲ ልዑል ኣምላኽ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎኒ፧ ከይተሳቕየኒ ብኣምላኽ አምሕለካ ኣለኹ” ኢሉ ድማ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨደረ። |
55,655 | tg_am | “ኦ የሱስ ወዲ እቲ ልዑል ኣምላኽ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎኒ፧ ከይተሳቕየኒ ብኣምላኽ አምሕለካ ኣለኹ” ኢሉ ድማ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨደረ። | ከዚያም በታላቅ ድምፅ እየጮኸ “የልዑል አምላክ ልጅ ኢየሱስ ሆይ፣ እኔ ከአንተ ጋር ምን ጉዳይ አለኝ? እንዳታሠቃየኝ በአምላክ ስም አስምልሃለሁ” አለው። |
55,656 | am_tg | ይህን ያለው ኢየሱስ “አንተ ርኩስ መንፈስ ከዚህ ሰው ውጣ” ብሎት ስለነበር ነው። | እዚ ኸኣ፡ የሱስ፡ “ኣታ ርኹስ መንፈስ፡ ካብዚ ሰብ እዚ ውጻእ” ይብሎ ስለ ዝነበረ እዩ። |
55,657 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ የሱስ፡ “ኣታ ርኹስ መንፈስ፡ ካብዚ ሰብ እዚ ውጻእ” ይብሎ ስለ ዝነበረ እዩ። | ይህን ያለው ኢየሱስ “አንተ ርኩስ መንፈስ ከዚህ ሰው ውጣ” ብሎት ስለነበር ነው። |
55,658 | am_tg | ኢየሱስም “ስምህ ማን ነው?” ብሎ ጠየቀው። እሱም “ብዙ ስለሆንን ስሜ ሌጌዎን ነው” ብሎ መለሰለት። | ግናኸ፡ የሱስ፡ “መን እዩ ስምካ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ፡ “ብዙሓት ኢና እሞ፡ ስመይ ለጌዎን እዩ” ኢሉ መለሰሉ። |
55,659 | tg_am | ግናኸ፡ የሱስ፡ “መን እዩ ስምካ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ፡ “ብዙሓት ኢና እሞ፡ ስመይ ለጌዎን እዩ” ኢሉ መለሰሉ። | ኢየሱስም “ስምህ ማን ነው?” ብሎ ጠየቀው። እሱም “ብዙ ስለሆንን ስሜ ሌጌዎን ነው” ብሎ መለሰለት። |
55,660 | am_tg | መናፍስቱን ከአገሪቱ እንዳያስወጣቸውም ኢየሱስን ተማጸነው። | ነቶም መናፍስቲ ኻብታ ሃገር ከየውጽኦም ድማ፡ ንየሱስ ብዙሕ ለመኖ። |
55,661 | tg_am | ነቶም መናፍስቲ ኻብታ ሃገር ከየውጽኦም ድማ፡ ንየሱስ ብዙሕ ለመኖ። | መናፍስቱን ከአገሪቱ እንዳያስወጣቸውም ኢየሱስን ተማጸነው። |
55,662 | am_tg | በዚያም በተራራው ላይ ብዙ የአሳማ መንጋ ተሰማርቶ ነበር። | ኣብቲ ኸረን ድማ፡ ዓብዪ መጓሰ ሓሰማታት ይበልዕ ነበረ። |
55,663 | tg_am | ኣብቲ ኸረን ድማ፡ ዓብዪ መጓሰ ሓሰማታት ይበልዕ ነበረ። | በዚያም በተራራው ላይ ብዙ የአሳማ መንጋ ተሰማርቶ ነበር። |
55,664 | am_tg | ርኩሳን መናፍስቱም “አሳማዎቹ ውስጥ እንድንገባ ወደ እነሱ ስደደን” ብለው ተማጸኑት። | እቶም መናፍስቲ ኸኣ፡ “ናብተን ሓሰማታት ስደደና እሞ፡ ናብአን ክንኣቱ” ኢሎም ለመንዎ። |
55,665 | tg_am | እቶም መናፍስቲ ኸኣ፡ “ናብተን ሓሰማታት ስደደና እሞ፡ ናብአን ክንኣቱ” ኢሎም ለመንዎ። | ርኩሳን መናፍስቱም “አሳማዎቹ ውስጥ እንድንገባ ወደ እነሱ ስደደን” ብለው ተማጸኑት። |
55,666 | am_tg | እሱም ፈቀደላቸው። በዚህ ጊዜ ርኩሳን መናፍስቱ ወጥተው አሳማዎቹ ውስጥ ገቡ፤ ወደ 2,000 የሚጠጉ አሳማዎችም ከገደሉ አፋፍ እየተንደረደሩ በመውረድ ባሕሩ ውስጥ ሰጠሙ። | ንሱ ድማ ፈቐደሎም። እቶም ርኹሳት መናፍስቲ ወጺኦም ናብተን ሓሰማታት ኣተዉ፣ እቲ መጓሰ ኸኣ፡ ካብቲ ጸድፊ ነፊጹ ናብ ባሕሪ ኣተወ፣ ኣስታት 2,000 ድማ ነበራ፣ ኣብ ባሕሪ ጥሒለን እውን ሞታ። |
55,667 | tg_am | ንሱ ድማ ፈቐደሎም። እቶም ርኹሳት መናፍስቲ ወጺኦም ናብተን ሓሰማታት ኣተዉ፣ እቲ መጓሰ ኸኣ፡ ካብቲ ጸድፊ ነፊጹ ናብ ባሕሪ ኣተወ፣ ኣስታት 2,000 ድማ ነበራ፣ ኣብ ባሕሪ ጥሒለን እውን ሞታ። | እሱም ፈቀደላቸው። በዚህ ጊዜ ርኩሳን መናፍስቱ ወጥተው አሳማዎቹ ውስጥ ገቡ፤ ወደ 2,000 የሚጠጉ አሳማዎችም ከገደሉ አፋፍ እየተንደረደሩ በመውረድ ባሕሩ ውስጥ ሰጠሙ። |
55,668 | am_tg | የአሳማዎቹ እረኞች ግን ሸሽተው በመሄድ ወሬውን በከተማውና በገጠሩ አዳረሱ፤ ሰዎችም የሆነውን ነገር ለማየት መጡ። | እቶም ጓሶተን ግና ሃደሙ፡ ኣብ ከተማን ኣብ ገጠርን ከኣ ኣውረዩ፣ ሰባት ድማ፡ እቲ ዝዀነ ኺርእዩ መጹ። |
55,669 | tg_am | እቶም ጓሶተን ግና ሃደሙ፡ ኣብ ከተማን ኣብ ገጠርን ከኣ ኣውረዩ፣ ሰባት ድማ፡ እቲ ዝዀነ ኺርእዩ መጹ። | የአሳማዎቹ እረኞች ግን ሸሽተው በመሄድ ወሬውን በከተማውና በገጠሩ አዳረሱ፤ ሰዎችም የሆነውን ነገር ለማየት መጡ። |
55,670 | am_tg | ወደ ኢየሱስም መጥተው ጋኔን ያደረበትን ይኸውም ቀደም ሲል ሌጌዎን የነበረበትን ሰው ልብስ ለብሶና አእምሮው ተመልሶለት ተቀምጦ አዩት፤ በዚህ ጊዜ ፍርሃት አደረባቸው። | ናብ የሱስ ምስ መጹ፡ እቲ ለጌዎን ኣጋንንቲ ዝነበርዎ ሰብ፡ ተቐሚጡን ተኸዲኑን ናብ ልቡ ተመሊሱን ረኣይዎ እሞ፡ ፈርሁ። |
55,671 | tg_am | ናብ የሱስ ምስ መጹ፡ እቲ ለጌዎን ኣጋንንቲ ዝነበርዎ ሰብ፡ ተቐሚጡን ተኸዲኑን ናብ ልቡ ተመሊሱን ረኣይዎ እሞ፡ ፈርሁ። | ወደ ኢየሱስም መጥተው ጋኔን ያደረበትን ይኸውም ቀደም ሲል ሌጌዎን የነበረበትን ሰው ልብስ ለብሶና አእምሮው ተመልሶለት ተቀምጦ አዩት፤ በዚህ ጊዜ ፍርሃት አደረባቸው። |
55,672 | am_tg | የተፈጸመውንም ነገር ያዩ ሰዎች አጋንንት አድረውበት የነበረው ሰው እንዴት እንዲህ ሊሆን እንደቻለና በአሳማዎቹ ላይ የሆነውን ነገር አወሩላቸው። | እቶም ዝረኣዩ ድማ፡ እቲ ኣጋንንቲ ዝሓደርዎ ሰብን እተን ሓሰማታትን እንታይ ከም ዝዀኑ ኣዘንተዉሎም። |
55,673 | tg_am | እቶም ዝረኣዩ ድማ፡ እቲ ኣጋንንቲ ዝሓደርዎ ሰብን እተን ሓሰማታትን እንታይ ከም ዝዀኑ ኣዘንተዉሎም። | የተፈጸመውንም ነገር ያዩ ሰዎች አጋንንት አድረውበት የነበረው ሰው እንዴት እንዲህ ሊሆን እንደቻለና በአሳማዎቹ ላይ የሆነውን ነገር አወሩላቸው። |
55,674 | am_tg | በመሆኑም አካባቢያቸውን ለቆ እንዲሄድ ኢየሱስን ይማጸኑት ጀመር። | ንሳቶም ከኣ፡ ካብ ዞባኦም ኬልግስ ኪልምንዎ ጀመሩ። |
55,675 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ ካብ ዞባኦም ኬልግስ ኪልምንዎ ጀመሩ። | በመሆኑም አካባቢያቸውን ለቆ እንዲሄድ ኢየሱስን ይማጸኑት ጀመር። |
55,676 | am_tg | ኢየሱስ ወደ ጀልባው በመውጣት ላይ ሳለ ጋኔን አድሮበት የነበረው ሰው አብሮት ይሄድ ዘንድ ተማጸነው። | ናብ ጃልባ ኺድይብ ከሎ፡ እቲ ኣጋንንቲ ዝነበርዎ ሰብ ምስኡ ኪኸውን ለመኖ። |
55,677 | tg_am | ናብ ጃልባ ኺድይብ ከሎ፡ እቲ ኣጋንንቲ ዝነበርዎ ሰብ ምስኡ ኪኸውን ለመኖ። | ኢየሱስ ወደ ጀልባው በመውጣት ላይ ሳለ ጋኔን አድሮበት የነበረው ሰው አብሮት ይሄድ ዘንድ ተማጸነው። |
55,678 | am_tg | ኢየሱስ ግን አልፈቀደለትም፤ ከዚህ ይልቅ “ወደ ቤት ሄደህ ይሖዋ ያደረገልህን ነገር ሁሉና ያሳየህን ምሕረት ለዘመዶችህ ንገራቸው” አለው። | ንሱ ግና፡ “ናብ ቤትካ፡ ናብ ሰብካ ኺድ፡ ንዅሉ እቲ የሆዋ ዝገበረልካን ዝመሓረካን ንገሮም” በሎ እምበር፡ ኣይፈቐደሉን። |
55,679 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ናብ ቤትካ፡ ናብ ሰብካ ኺድ፡ ንዅሉ እቲ የሆዋ ዝገበረልካን ዝመሓረካን ንገሮም” በሎ እምበር፡ ኣይፈቐደሉን። | ኢየሱስ ግን አልፈቀደለትም፤ ከዚህ ይልቅ “ወደ ቤት ሄደህ ይሖዋ ያደረገልህን ነገር ሁሉና ያሳየህን ምሕረት ለዘመዶችህ ንገራቸው” አለው። |
55,680 | am_tg | ሰውየውም ሄዶ ኢየሱስ ያደረገለትን ነገር በሙሉ በዲካፖሊስ ያውጅ ጀመር፤ ሕዝቡም ሁሉ ተደነቁ። | ንሱ ድማ ከይዱ፡ ኵሉ እቲ የሱስ ዝገበረሉ፡ ኣብ ደካጶሊስ ኬውሪ ጀመረ፣ ኵላቶም እውን ተገረሙ። |
55,681 | tg_am | ንሱ ድማ ከይዱ፡ ኵሉ እቲ የሱስ ዝገበረሉ፡ ኣብ ደካጶሊስ ኬውሪ ጀመረ፣ ኵላቶም እውን ተገረሙ። | ሰውየውም ሄዶ ኢየሱስ ያደረገለትን ነገር በሙሉ በዲካፖሊስ ያውጅ ጀመር፤ ሕዝቡም ሁሉ ተደነቁ። |
55,682 | am_tg | ኢየሱስ በጀልባ ዳግመኛ ወደ ባሕሩ ማዶ ከተሻገረ በኋላ እጅግ ብዙ ሕዝብ ወደ እሱ ተሰበሰበ፤ እሱም በባሕሩ አጠገብ ነበር። | የሱስ ከም ብሓድሽ ተመሊሱ ብጃልባ ናብ ስግር ምስ ተሳገረ፡ ብዙሕ ህዝቢ ናብኡ ተኣከበ፣ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ኸኣ ነበረ። |
55,683 | tg_am | የሱስ ከም ብሓድሽ ተመሊሱ ብጃልባ ናብ ስግር ምስ ተሳገረ፡ ብዙሕ ህዝቢ ናብኡ ተኣከበ፣ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ኸኣ ነበረ። | ኢየሱስ በጀልባ ዳግመኛ ወደ ባሕሩ ማዶ ከተሻገረ በኋላ እጅግ ብዙ ሕዝብ ወደ እሱ ተሰበሰበ፤ እሱም በባሕሩ አጠገብ ነበር። |
55,684 | am_tg | በዚህ ጊዜ ከምኩራብ አለቆች አንዱ የሆነ ኢያኢሮስ የሚባል ሰው ወደዚያ መጣ፤ ኢየሱስንም ባየው ጊዜ እግሩ ላይ ወደቀ። | ያኢሮስ ዝስሙ ሓደ ኻብ መራሕቲ ምኵራብ መጸ፣ ምስ ረኣዮ ኸኣ፡ ኣብ እግሩ ወዲቑ፡ |
55,685 | tg_am | ያኢሮስ ዝስሙ ሓደ ኻብ መራሕቲ ምኵራብ መጸ፣ ምስ ረኣዮ ኸኣ፡ ኣብ እግሩ ወዲቑ፡ | በዚህ ጊዜ ከምኩራብ አለቆች አንዱ የሆነ ኢያኢሮስ የሚባል ሰው ወደዚያ መጣ፤ ኢየሱስንም ባየው ጊዜ እግሩ ላይ ወደቀ። |
55,686 | am_tg | ከዚያም “ትንሿ ልጄ በጠና ታምማለች። እንድትድንና በሕይወት እንድትኖር፣ እባክህ መጥተህ እጅህን ጫንባት” በማለት ደጋግሞ ተማጸነው። | “ጓለይ ተወጺዓ ኣላ። ምእንቲ ኽትሓውን ብህይወት ክትነብርንሲ፡ በጃኻ መጺእካ ኣእዳውካ ኣንብረላ” ኢሉ ብዙሕ ለመኖ። |
55,687 | tg_am | “ጓለይ ተወጺዓ ኣላ። ምእንቲ ኽትሓውን ብህይወት ክትነብርንሲ፡ በጃኻ መጺእካ ኣእዳውካ ኣንብረላ” ኢሉ ብዙሕ ለመኖ። | ከዚያም “ትንሿ ልጄ በጠና ታምማለች። እንድትድንና በሕይወት እንድትኖር፣ እባክህ መጥተህ እጅህን ጫንባት” በማለት ደጋግሞ ተማጸነው። |
55,688 | am_tg | ኢየሱስም አብሮት ሄደ፤ እጅግ ብዙ ሕዝብም ተከትሎት እየተጋፋው ይሄድ ነበር። | የሱስ ድማ ምስኡ ኸደ፣ ብዙሓት ህዝቢ ኸኣ ይስዕብዎን ይደፋፍእዎን ነበሩ። |
55,689 | tg_am | የሱስ ድማ ምስኡ ኸደ፣ ብዙሓት ህዝቢ ኸኣ ይስዕብዎን ይደፋፍእዎን ነበሩ። | ኢየሱስም አብሮት ሄደ፤ እጅግ ብዙ ሕዝብም ተከትሎት እየተጋፋው ይሄድ ነበር። |
55,690 | am_tg | በዚያም፣ ለ12 ዓመት ደም ሲፈሳት የኖረች አንዲት ሴት ነበረች። | ን12 ዓመት ደም ዚፈስሳ ዝነበረ ሰበይቲ ድማ ነበረት። |
55,691 | tg_am | ን12 ዓመት ደም ዚፈስሳ ዝነበረ ሰበይቲ ድማ ነበረት። | በዚያም፣ ለ12 ዓመት ደም ሲፈሳት የኖረች አንዲት ሴት ነበረች። |
55,692 | am_tg | ይህች ሴት በርካታ ሐኪሞች ጋር የሄደች ሲሆን ሕክምናው ለብዙ ሥቃይ ዳርጓት ነበር፤ ያላትን ጥሪት ሁሉ ብትጨርስም ሕመሙ ባሰባት እንጂ አልተሻላትም። | ንሳ ኸኣ ብብዙሓት ሓካይም ብዙሕ ተሳቐየት፡ ኵሉ ገንዘባ እውን ወድአት፣ ግናኸ ገደዳ እምበር፡ ኣይሓሻን። |
55,693 | tg_am | ንሳ ኸኣ ብብዙሓት ሓካይም ብዙሕ ተሳቐየት፡ ኵሉ ገንዘባ እውን ወድአት፣ ግናኸ ገደዳ እምበር፡ ኣይሓሻን። | ይህች ሴት በርካታ ሐኪሞች ጋር የሄደች ሲሆን ሕክምናው ለብዙ ሥቃይ ዳርጓት ነበር፤ ያላትን ጥሪት ሁሉ ብትጨርስም ሕመሙ ባሰባት እንጂ አልተሻላትም። |
55,694 | am_tg | ስለ ኢየሱስ የተወራውን በሰማች ጊዜ በሰዎች መካከል ከበስተኋላው መጥታ ልብሱን ነካች፤ | ብዛዕባ የሱስ ምስ ሰምዐት፡ ብመንጎ እቲ ህዝቢ፡ ብድሕሪኡ መጺኣ ኽዳኑ ተንከየት፣ |
55,695 | tg_am | ብዛዕባ የሱስ ምስ ሰምዐት፡ ብመንጎ እቲ ህዝቢ፡ ብድሕሪኡ መጺኣ ኽዳኑ ተንከየት፣ | ስለ ኢየሱስ የተወራውን በሰማች ጊዜ በሰዎች መካከል ከበስተኋላው መጥታ ልብሱን ነካች፤ |
55,696 | am_tg | ምክንያቱም “ልብሱን ብቻ እንኳ ብነካ እድናለሁ” ብላ ታስብ ነበር። | ከመይሲ፡ “ክዳኑ ጥራይ እንተ ተንክየ፡ ክሓዊ እየ” ትብል ነበረት። |
55,697 | tg_am | ከመይሲ፡ “ክዳኑ ጥራይ እንተ ተንክየ፡ ክሓዊ እየ” ትብል ነበረት። | ምክንያቱም “ልብሱን ብቻ እንኳ ብነካ እድናለሁ” ብላ ታስብ ነበር። |
55,698 | am_tg | ወዲያውም ይፈሳት የነበረው ደም ቆመ፤ ያሠቃያት ከነበረው ሕመም እንደተፈወሰችም ታወቃት። | ብኡብኡ፡ እቲ ዚፈስሳ ዝነበረ ደም ነቐጸ፣ ካብቲ ዜቐንዙ ሕማማ ኸም ዝሓወየት ከኣ ተፈለጣ። |
55,699 | tg_am | ብኡብኡ፡ እቲ ዚፈስሳ ዝነበረ ደም ነቐጸ፣ ካብቲ ዜቐንዙ ሕማማ ኸም ዝሓወየት ከኣ ተፈለጣ። | ወዲያውም ይፈሳት የነበረው ደም ቆመ፤ ያሠቃያት ከነበረው ሕመም እንደተፈወሰችም ታወቃት። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.