Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
55,700
am_tg
ወዲያውኑ ኢየሱስ ኃይል ከእሱ እንደወጣ ታወቀው፤ በመሆኑም ወደ ሕዝቡ በመዞር “ልብሴን የነካው ማን ነው?” ሲል ጠየቀ።
የሱስ ድማ ብኡብኡ፡ ካብኡ ሓይሊ ኸም ዝወጸ ተፈሊጥዎ፡ ናብቶም ህዝቢ ግልጽ ኢሉ፡ “መን እዩ ኽዳነይ ዝተንከየ፧” ኢሉ ሓተተ።
55,701
tg_am

55,702
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ግን “ሕዝቡ እንዲህ ሲጋፋህ እያየህ ‘የነካኝ ማን ነው?’ እንዴት ትላለህ?” አሉት።
ደቀ መዛሙርቱ ግና፡ “ህዝቢ ኺደፋፍኣካ ትርኢ ኣለኻ፣ ‘መን ተንክዩኒ፧’ ከኣ ትብል፧” በልዎ።
55,703

55,704
am_tg
ይሁንና ኢየሱስ ይህን ያደረገው ማን እንደሆነ ለማየት ዙሪያውን ተመለከተ።
ንሱ ግና ነታ እዚ ዝገበረት ኪርኢ ግልጽ ግልጽ በለ።
55,705

55,706
am_tg
ሴትየዋ በእሷ ላይ የተፈጸመውን ነገር ስላወቀች በፍርሃት እየተንቀጠቀጠች መጥታ በፊቱ ተደፋች፤ ከዚያም ምንም ሳታስቀር እውነቱን ነገረችው።
እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ እቲ ኣብኣ ዝዀነ ፈሊጣ ስለ ዝነበረት፡ ፈሪሃ ራዕራዕ እናበለት መጺኣ ኣብ ቅድሚኡ ተደፍአት፣ ኵሉ እቲ ሓቂ እውን ነገረቶ።
55,707

55,708
am_tg
እሱም “ልጄ ሆይ፣ እምነትሽ አድኖሻል። በሰላም ሂጂ፤ ከሚያሠቃይ ሕመምሽም ተፈወሽ” አላት።
ንሱ ድማ፡ “ጓለየ፡ እምነትኪ ኣሕውያትኪ። ብሰላም ኪዲ፡ ካብቲ ዜቐንዙ ሕማምኪ ድማ ጥዓዪ” በላ።
55,709

55,710
am_tg
ገና እየተናገረ ሳለ ከምኩራብ አለቃው ቤት የመጡ ሰዎች “ልጅህ ሞታለች! ከዚህ በኋላ መምህሩን ለምን ታስቸግረዋለህ?” አሉት።
ገና ኺዛረብ ከሎ፡ ካብ ቤት እቲ መራሕ ምኵራብ፡ “ጓልካ ሞይታ፡ ደጊምከ ንመምህር ስለምንታይ ተድክሞ፧” ዚብልዎ መጹ።
55,711

55,712
am_tg
ኢየሱስ ግን የተናገሩትን ሰምቶ የምኩራብ አለቃውን “አትፍራ፤ ብቻ እመን” አለው።
የሱስ ግና፡ እዚ ዘረባ እዚ ኺዛረቡ ሰሚዑ፡ ነቲ መራሕ ምኵራብ፡ “ኣይትፍራህ፡ እመን ጥራይ” በሎ።
55,713

55,714
am_tg
ከዚህ በኋላ ከጴጥሮስ፣ ከያዕቆብና ከያዕቆብ ወንድም ከዮሐንስ በስተቀር ማንም እንዲከተለው አልፈቀደም።
ብዘይካ ጴጥሮስን ያእቆብን ዮሃንስ ሓው ያእቆብን፡ ሓደ እኳ ኺስዕቦ ኣይፈቐደን።
55,715

55,716
am_tg
ወደ ምኩራብ አለቃው ቤት በደረሱም ጊዜ ትርምሱን እንዲሁም የሚያለቅሱትንና ዋይ ዋይ የሚሉትን ሰዎች ተመለከተ።
ናብ ቤት እቲ መራሕ ምኵራብ ከኣ መጹ፣ ጫውጫው ዚብሉን ዚበኽዩን ብዙሕ ዋይዋይ ዚብሉን ረኣየ።
55,717

55,718
am_tg
ወደ ውስጥ ከገባም በኋላ “የምታለቅሱትና የምትንጫጩት ለምንድን ነው? ልጅቷ ተኝታለች እንጂ አልሞተችም” አላቸው።
ምስ ኣተወ፡ “ስለምንታይ ትበኽዩን ዋይዋይ ትብሉን ኣለኹም፧ እዛ ቘልዓ ደቂሳ ኣላ እምበር፡ ኣይሞተትን” በሎም።
55,719

55,720
am_tg
በዚህ ጊዜ በማፌዝ ይስቁበት ጀመር። እሱ ግን ሁሉንም ወደ ውጭ ካስወጣ በኋላ የልጅቷን አባትና እናት እንዲሁም ከእሱ ጋር የነበሩትን አስከትሎ ልጅቷ ወዳለችበት ገባ።
ንሳቶም ከኣ ሰሓቕዎ። ንሱ ግና ንዅላቶም ምስ ኣውጽኦም፡ ንኣቦ እታ ቘልዓን ንኣዲኣን ነቶም ምስኡ ዝነበሩን ተማሊኡ፡ ናብቲ እታ ቘልዓ ዝነበረቶ ኣተወ።
55,721

55,722
am_tg
ከዚያም የልጅቷን እጅ ይዞ “ጣሊታ ቁሚ” አላት፤ ትርጉሙም “አንቺ ልጅ፣ ተነሽ!” ማለት ነው።
ነታ ቘልዓ ብኢዳ ሒዙ ድማ፡ “ጣሊታ ቁሚ” በላ፣ ትርጉሙ ኸኣ፡ “ኣቲ ጓል፡ ተንስኢ እብለኪ ኣለኹ” እዩ።
55,723

55,724
am_tg
ልጅቷም ወዲያው ተነስታ መራመድ ጀመረች። (ዕድሜዋ 12 ዓመት ነበር።) ወዲያውም እጅግ ከመደሰታቸው የተነሳ የሚሆኑት ጠፋቸው።
ብኡብኡ ኸኣ፡ እታ ጓል ተንሲኣ ተዛወረት። (12 ዓመት ገይራ ነበረት።) ሽዑ፡ ብታሕጓስ ፍንጭሕ በሉ።
55,725

55,726
am_tg
እሱ ግን ይህን ለማንም እንዳይናገሩ ደጋግሞ አስጠነቀቃቸው፤ ለልጅቷም የሚበላ ነገር እንዲሰጧት ነገራቸው።
ንሱ ግና ንሓደ እኳ ብዛዕባ እዚ ኸየፍልጡ ደጋጊሙ ኣዘዞም፣ ዚብላዕ ኪህብዋ ኸኣ ነገሮም።
55,727

55,728
am_tg
ፋሲካና የቂጣ በዓል ሁለት ቀን ቀርቶት ነበር። የካህናት አለቆችና ጸሐፍት የተንኮል ዘዴ ተጠቅመው እሱን የሚይዙበትንና የሚገድሉበትን መንገድ ይፈልጉ ነበር፤
ፋስጋን በዓል ቅጫን ድሕሪ ኽልተ መዓልቲ ነበረ። ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ብተንኰል ከመይ ገይሮም ከም ዚሕዝዎን ከም ዚቐትልዎን መገዲ ይደልዩ ነበሩ፣
55,729

55,730
am_tg
ደግሞም “ሕዝቡ ሁከት ሊያስነሳ ስለሚችል በበዓሉ ወቅት መሆን የለበትም” ይሉ ነበር።
ከመይሲ፡ “ኣብ ህዝቢ፡ ናዕቢ ምእንቲ ኸይልዓልሲ፡ ብበዓል ኣይኹን” ይብሉ ነበሩ።
55,731

55,732
am_tg
በቢታንያ፣ የሥጋ ደዌ በሽተኛ በነበረው በስምዖን ቤት እየበላ ሳለ አንዲት ሴት እጅግ ውድ የሆነና ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት ይኸውም ንጹሕ ናርዶስ የያዘ የአልባስጥሮስ ብልቃጥ ይዛ መጣች። ብልቃጡንም ሰብራ በመክፈት ዘይቱን ራሱ ላይ ታፈስ ጀመር።
ኣብ ቢታንያ፡ ኣብ ቤት ስምኦን እቲ ድዉይ ኣብ መኣዲ ተቐሚጡ ኸሎ፡ ኣዝዩ ኽቡር ቅዱይ ቅብኢ ጽሩይ ናርዶስ ዝመልአ ብልቃጥ ኣልባስጥሮስ ዝሓዘት ሰበይቲ መጸት። ነቲ ብልቃጥ ኣልባስጥሮስ ሰቢራ ኸኣ፡ ኣብ ርእሱ ኣፍሰሰቶ።
55,733

55,734
am_tg
በዚህ ጊዜ አንዳንዶቹ ተቆጥተው እንዲህ ተባባሉ፦ “ይህ ዘይት እንዲህ የሚባክነው ለምንድን ነው?
ገሊኣቶም ግና ተቘጢዖም፡ “እዚ ቕዱይ ቅብኢ ንምንታይ ባኺኑ፧
55,735

55,736
am_tg
ከ300 ዲናር በላይ ተሸጦ ገንዘቡ ለድሆች ሊሰጥ ይችል ነበር!” በሴትየዋም እጅግ ተበሳጩ።
እዚ ቕዱይ ቅብኢ እዚ፡ ካብ 300 ዲናር ንላዕሊ ተሸይጡስ፡ ንድኻታት ምተዋህበ ነይሩ!” ተባሃሃሉ። ንዓኣ ኸኣ ኰረዩላ።
55,737

55,738
am_tg
ኢየሱስ ግን እንዲህ አለ፦ “ተዉአት። ለምን ታስቸግሯታላችሁ? እሷ ለእኔ መልካም ነገር አድርጋለች።
የሱስ ግና ከምዚ በሎም፦ “ሕደግዋ። ስለምንታይ ተሸግርዋ ኣለኹም፧ ንሳ ሰናይ ግብሪ ገይራትለይ እያ።
55,739

55,740
am_tg
ድሆች ሁልጊዜ ከእናንተ ጋር ናቸው፤ በፈለጋችሁ ጊዜ ሁሉ መልካም ልታደርጉላቸው ትችላላችሁ፤ እኔን ግን ሁልጊዜ አታገኙኝም።
ድኻታትሲ ዅሉ ሳዕ ምሳኻትኩም እዮም፣ ኣብ ዝደለኹምዎ እዋን ከኣ ሰናይ ክትገብሩሎም ትኽእሉ ኢኹም፣ ኣነ ግና ኵሉ ሳዕ ምሳኻትኩም ኣይኰንኩን።
55,741

55,742
am_tg
እሷ የምትችለውን አድርጋለች፤ ሰውነቴን ለቀብሬ ለማዘጋጀት ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት አስቀድማ ቀብታዋለች።
ዚከኣላ እያ ገይራ፣ ንቐብረይ ኢላ እያ ኣቐዲማ ኣብ ሰብነተይ ቅዱይ ቅብኢ ዘፍሰሰት።
55,743

55,744
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ በመላው ዓለም ምሥራቹ በሚሰበክበት ቦታ ሁሉ ይህች ሴት ያደረገችውም መታሰቢያ ሆኖ ይነገርላታል።”
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እዚ ብስራት እዚ ኣብ ኵላ ዓለም ኣብ እተሰብኮ ዘበለ፡ እዛ ሰበይቲ ዝገበረቶ ግብሪ ንመዘከሪኣ ኺንገር እዩ።”
55,745

55,746
am_tg
ከአሥራ ሁለቱ አንዱ የሆነው የአስቆሮቱ ይሁዳ አሳልፎ ሊሰጠው ወደ ካህናት አለቆች ሄደ።
ይሁዳ ኣስቆሮታዊ፡ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ፡ ንዕኡ ኣሕሊፉ ምእንቲ ኺህቦም፡ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናት ከደ።
55,747

55,748
am_tg
እነሱም ይህን ሲሰሙ ደስ አላቸውና የብር ገንዘብ ሊሰጡት ቃል ገቡለት። ስለዚህ እሱን አሳልፎ የሚሰጥበትን አጋጣሚ ይፈልግ ጀመር።
ንሳቶም ምስ ሰምዑ፡ ደስ በሎም፡ ገንዘብ ብሩር ኪህብዎ ድማ ኣተስፈውዎ። ኣሕሊፉ ኺህቦ ኸኣ ምሹእ ኣጋጣሚ ይደሊ ነበረ።
55,749

55,750
am_tg
የቂጣ በዓል በሚከበርበት የመጀመሪያ ቀን፣ እንደተለመደው የፋሲካን መሥዋዕት በሚያቀርቡበት ዕለት ደቀ መዛሙርቱ “ፋሲካን እንድትበላ የት ሄደን እንድናዘጋጅልህ ትፈልጋለህ?” አሉት።
ኣብታ መስዋእቲ ፋስጋ ዚሓርዱላ ቐዳመይቲ መዓልቲ በዓል ቅጫ፡ ደቀ መዛሙርቱ፡ “ፋስጋ ኽትበልዕሲ፡ ናበይ ኬድና ኸነዳልወልካ ትደሊ፧” በልዎ።
55,751

55,752
am_tg
እሱም ከደቀ መዛሙርቱ ሁለቱን እንዲህ ሲል ላካቸው፦ “ወደ ከተማው ሂዱ፤ በዚያም የውኃ እንስራ የተሸከመ ሰው ታገኛላችሁ። እሱንም ተከተሉት፤
ንሱ ድማ ንኽልተ ደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ ኢሉ ለኣኾም፦ “ናብ ከተማ ኺዱ፡ ኣብኡ ዕትሮ ማይ እተሰከመ ሰብ ኪረኽበኩም እዩ። ንዕኡ ስዓብዎ፡
55,753

55,754
am_tg
ወደሚገባበት ቤት ሄዳችሁ የቤቱን ጌታ ‘መምህሩ “ከደቀ መዛሙርቴ ጋር ፋሲካን የምበላበት የእንግዳ ማረፊያ የት ነው?” ብሏል’ በሉት።
ኣብታ ዚኣትዋ ኸኣ፡ ነቲ ብዓል ቤት፡ ‘መምህርሲ፡ “ምስ ደቀ መዛሙርተይ ፋስጋ ዝበልዓላ ቤት ኣጋይሽ ኣበይ እያ፧” ይብል ኣሎ’ በልዎ።
55,755

55,756
am_tg
እሱም የተነጠፈና የተሰናዳ ሰፊ ሰገነት ያሳያችኋል። እዚያ አዘጋጁልን።”
ንሱ ኸኣ ኣብ ደርቢ እተነጽፈን እተዳለወን ኣዳራሽ ኬርእየኩም እዩ። ኣብኡ ኣዳልዉልና።”
55,757

55,758
am_tg
ደቀ መዛሙርቱም ሄዱ፤ ወደ ከተማውም ገቡ፤ እንዳላቸውም ሆኖ አገኙት፤ ለፋሲካ በዓሉም ዝግጅት አደረጉ።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ድማ ከዱ፣ ናብ ከተማ ኸኣ ኣተዉ፣ ከምቲ ዝበሎም ድማ ረኸቡ፣ ንፋስጋ ዚኸውን እውን ኣዳለዉ።
55,759

55,760
am_tg
እሱም ከመሸ በኋላ ከአሥራ ሁለቱ ጋር መጣ።
ምስ መሰየ፡ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ።
55,761
tg_am
ምስ መሰየ፡ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ።
እሱም ከመሸ በኋላ ከአሥራ ሁለቱ ጋር መጣ።
55,762
am_tg
በማዕድ ተቀምጠው እየበሉ ሳለም ኢየሱስ “እውነት እላችኋለሁ፣ ከእናንተ አንዱ፣ ከእኔ ጋር እየበላ ያለ አሳልፎ ይሰጠኛል” አለ።
ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም ኪበልዑ ኸለዉ፡ የሱስ፡ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ሓደ ኻባኻትኩም፡ እቲ ምሳይ ዚበልዕ ዘሎ፡ ኣሕሊፉ ኺህበኒ እዩ” በሎም።
55,763

55,764
am_tg
እነሱም አዝነው በየተራ “እኔ እሆን?” ይሉት ጀመር።
ንሳቶም ከኣ ኪጕህዩ፡ በብሓደ ድማ፡ “ኣነ ደዀን እየ፧” ኪብልዎ ጀመሩ።
55,765

55,766
am_tg
እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ከአሥራ ሁለቱ አንዱ ይኸውም ከእኔ ጋር በሳህኑ ውስጥ የሚያጠቅሰው ነው።
ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ንሱ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ፡ እቲ ኢዱ ምሳይ ኣብ ጻሕሊ ዜጥልቕ እዩ።
55,767

55,768
am_tg
የሰው ልጅ ስለ እሱ በተጻፈው መሠረት ይሄዳል፤ የሰውን ልጅ አሳልፎ ለሚሰጠው ለዚያ ሰው ግን ወዮለት! ያ ሰው ባይወለድ ይሻለው ነበር።”
ወዲ ሰብሲ ኸምቲ እተጻሕፈሉ ኪኸይድ እዩ፣ እቲ ንወዲ ሰብ ኣሕሊፉ ዚህቦ ሰብ ግና ወይለኡ! እቲ ሰብ እትስ እንተ ዘይውለድ ምሓሾ ነይሩ።”
55,769

55,770
am_tg
እየበሉም ሳሉ ቂጣ አንስቶ ባረከ፤ ከቆረሰውም በኋላ ሰጣቸውና “እንኩ፣ ይህ ሥጋዬን ያመለክታል” አለ።
ኪበልዑ ኸለዉ ድማ፡ እንጌራ ኣልዒሉ፡ ባሪኹ፡ ቈሪሱ፡ “ውሰዱ፡ እዚ ስጋይ ማለት እዩ” ኢሉ ሃቦም።
55,771

55,772
am_tg
ጽዋ አንስቶም አምላክን ካመሰገነ በኋላ ሰጣቸው፤ ሁሉም ከእሱ ጠጡ።
ጽዋእ ኣልዒሉ እውን፡ ኣመስጊኑ፡ ሃቦም፣ ኵላቶም እውን ካብኣ ሰተዩ።
55,773

55,774
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “ይህ ለብዙዎች የሚፈሰውን ‘የቃል ኪዳን ደሜን’ ያመለክታል።
ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “እዚ ምእንቲ ብዙሓት ዚፈስስ ናተይ ‘ደም ኪዳን’ ማለት እዩ።
55,775

55,776
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ በአምላክ መንግሥት አዲሱን ወይን እስከምጠጣበት ቀን ድረስ ከእንግዲህ በኋላ ከዚህ ወይን አልጠጣም።”
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ክሳዕ እታ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ምሳኻትኩም ሓድሽ ዝሰትየላ መዓልቲ፡ ካብ ፍረ ወይኒ ኸቶ ኣይክሰትን እየ።”
55,777

55,778
am_tg
በመጨረሻ የውዳሴ መዝሙር ከዘመሩ በኋላ ወደ ደብረ ዘይት ተራራ ሄዱ።
መዝሙር ውዳሰ ምስ ዘመሩ ድማ፡ ናብ ደብረ ዘይቲ ወጹ።
55,779

55,780
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “‘እረኛውን እመታለሁ፤ በጎቹም ይበተናሉ’ ተብሎ ስለተጻፈ ሁላችሁም ትሰናከላላችሁ።
የሱስ ከኣ፡ “‘ነቲ ጓሳ ኽወቕዖ እየ፡ እተን ኣባጊዕ ድማ ፋሕ ኪብላ እየን’ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ እሞ፡ ኵላትኩም ክትዕንቀፉ ኢኹም።
55,781

55,782
am_tg
ከተነሳሁ በኋላ ግን ቀድሜአችሁ ወደ ገሊላ እሄዳለሁ።”
ምስ ተንሳእኩ ግና፡ ናብ ገሊላ ክቕድመኩም እየ” በሎም።
55,783
tg_am
ምስ ተንሳእኩ ግና፡ ናብ ገሊላ ክቕድመኩም እየ” በሎም።
ከተነሳሁ በኋላ ግን ቀድሜአችሁ ወደ ገሊላ እሄዳለሁ።”
55,784
am_tg
ይሁንና ጴጥሮስ “ሌሎቹ ሁሉ ቢሰናከሉ እንኳ እኔ አልሰናከልም” አለው።
ጴጥሮስ ግና፡ “ኵላቶም እኳ እንተ ተዓንቀፉ፡ ኣነስ ኣይክዕንቀፍን እየ!” በሎ።
55,785

55,786
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “እውነት እልሃለሁ፦ ዛሬ፣ አዎ በዚህች ሌሊት ዶሮ ሁለት ጊዜ ሳይጮኽ አንተ ሦስት ጊዜ ትክደኛለህ” አለው።
የሱስ ከኣ፡ “ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ ሎሚ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ደርሆ ኽልተ ሳዕ ከይነቀወ፡ ሰለስተ ሳዕ ክትክሕደኒ ኢኻ” በሎ።
55,787

55,788
am_tg
እሱ ግን “አብሬህ መሞት ቢኖርብኝ እንኳ በምንም ዓይነት አልክድህም” በማለት አጥብቆ ይናገር ጀመር። የቀሩትም ሁሉ እንደዚሁ አሉ።
ንሱ ግና፡ “ምሳኻ ኽመውት እኳ እንተ ኣሎኒ፡ ከቶ ኣይክኽሕደካን እየ” ኢሉ ኣትሪሩ ተዛረበ። ኵሎም ካልኦት እውን፡ ከምኡ በሉ።
55,789

55,790
am_tg
ከዚያም ጌትሴማኒ ወደተባለ ቦታ መጡ፤ ደቀ መዛሙርቱንም “እኔ በምጸልይበት ጊዜ እናንተ እዚህ ተቀመጡ” አላቸው።
ጌተሴማኔ ናብ እትብሃል ቦታ ድማ መጹ፣ ንደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “ክሳዕ ዝጽሊ፡ ኣብዚ ተቐመጡ” በሎም።
55,791

55,792
am_tg
ጴጥሮስን፣ ያዕቆብንና ዮሐንስን ከእሱ ጋር ይዟቸው ሄደ፤ ከዚያም እጅግ ይጨነቅና ይረበሽ ጀመር።
ንጴጥሮስን ንያእቆብን ንዮሃንስን ድማ ተማልኦም፣ ኪጕህን ኪጭነቕን ከኣ ጀመረ።
55,793

55,794
am_tg
ኢየሱስም “እስከ ሞት ድረስ እጅግ አዝኛለሁ። እዚህ ሁኑና ነቅታችሁ ጠብቁ” አላቸው።
“ክሳዕ ሞት ኣዝየ ጕህየ ኣለኹ። ኣብዚ ኹኑ፡ ንቕሑ እውን” በሎም።
55,795

55,796
am_tg
ትንሽ ወደ ፊት ራቅ በማለት መሬት ላይ ተደፍቶ ቢቻል ሰዓቱ ከእሱ እንዲያልፍ ይጸልይ ጀመር።
ቍሩብ ርሕቕ ኢሉ ድማ፡ ኣብ ምድሪ ተደፊኡ፡ እንተ ተኻኢሉ፡ እታ ሰዓት ካብኡ ኽትሓልፍ ጸለየ።
55,797

55,798
am_tg
እንዲህም አለ፦ “አባ፣ አባት ሆይ፣ አንተ ሁሉን ነገር ማድረግ ትችላለህ፤ ይህን ጽዋ ከእኔ አርቅ። ሆኖም እኔ የምፈልገው ሳይሆን አንተ የምትፈልገው ይሁን።”
“ኣባ፡ ኣቦ፡ ንዓኻ ዅሉ ይከኣለካ እዩ፣ ነዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ። ግናኸ፡ ንስኻ እትደልዮ እምበር፡ ኣነ ዝደልዮ ኣይኹን” ድማ በለ።
55,799