Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
55,900 | am_tg | በዚህ ጊዜ ጲላጦስ ሕዝቡን ለማስደሰት ስለፈለገ በርባንን ፈታላቸው፤ ኢየሱስንም ካስገረፈው በኋላ በእንጨት ላይ እንዲሰቀል አሳልፎ ሰጠው። | ሽዑ፡ ጲላጦስ ነቶም ህዝቢ ባህ ኬብሎም ደልዩ፡ ንበርባን ፈትሓሎም፣ ንየሱስ ድማ ኣግሪፉ፡ ኪስቀል ኣሕሊፉ ሃቦም። |
55,901 | tg_am | ሽዑ፡ ጲላጦስ ነቶም ህዝቢ ባህ ኬብሎም ደልዩ፡ ንበርባን ፈትሓሎም፣ ንየሱስ ድማ ኣግሪፉ፡ ኪስቀል ኣሕሊፉ ሃቦም። | በዚህ ጊዜ ጲላጦስ ሕዝቡን ለማስደሰት ስለፈለገ በርባንን ፈታላቸው፤ ኢየሱስንም ካስገረፈው በኋላ በእንጨት ላይ እንዲሰቀል አሳልፎ ሰጠው። |
55,902 | am_tg | ወታደሮቹ ወደ ግቢው ይኸውም ወደ አገረ ገዢው መኖሪያ ቤት ወሰዱት፤ ሠራዊቱንም ሁሉ አንድ ላይ ሰበሰቡ። | እቶም ወተሃደራት ከኣ ናብ ውሽጢ እቲ ኣጸድ፡ ናብ ቤት እቲ ሹም ኣእተውዎ፣ ብዘሎ ጭፍራ ወተሃደራት እውን ኣከቡ። |
55,903 | tg_am | እቶም ወተሃደራት ከኣ ናብ ውሽጢ እቲ ኣጸድ፡ ናብ ቤት እቲ ሹም ኣእተውዎ፣ ብዘሎ ጭፍራ ወተሃደራት እውን ኣከቡ። | ወታደሮቹ ወደ ግቢው ይኸውም ወደ አገረ ገዢው መኖሪያ ቤት ወሰዱት፤ ሠራዊቱንም ሁሉ አንድ ላይ ሰበሰቡ። |
55,904 | am_tg | ሐምራዊ ልብስም አለበሱት፤ የእሾህ አክሊል ጎንጉነውም በራሱ ላይ ደፉበት፤ | ጁዅ ዝሕብሩ ኽዳን ከደንዎ፡ ኣኽሊል እሾዅ ተኒጎም እውን ኣብ ርእሱ ደፍኡሉ። |
55,905 | tg_am | ጁዅ ዝሕብሩ ኽዳን ከደንዎ፡ ኣኽሊል እሾዅ ተኒጎም እውን ኣብ ርእሱ ደፍኡሉ። | ሐምራዊ ልብስም አለበሱት፤ የእሾህ አክሊል ጎንጉነውም በራሱ ላይ ደፉበት፤ |
55,906 | am_tg | ደግሞም ድምፃቸውን ከፍ አድርገው “የአይሁዳውያን ንጉሥ ሆይ፣ ሰላም ለአንተ ይሁን!” ይሉት ጀመር። | “ሰላም፡ ኦ ንጉስ ኣይሁድ” እናበሉ ሰላም ኪብልዎ ጀመሩ። |
55,907 | tg_am | “ሰላም፡ ኦ ንጉስ ኣይሁድ” እናበሉ ሰላም ኪብልዎ ጀመሩ። | ደግሞም ድምፃቸውን ከፍ አድርገው “የአይሁዳውያን ንጉሥ ሆይ፣ ሰላም ለአንተ ይሁን!” ይሉት ጀመር። |
55,908 | am_tg | ከዚህም ሌላ ራሱን በመቃ ይመቱትና ይተፉበት ነበር፤ ተንበርክከውም እጅ ነሱት። | ብሻምብቆ ርእሱ ይወቕዕዎን ጡፍ ይብሉሉን እውን ነበሩ፣ ተምበርኪኾም ድማ ሰገዱሉ። |
55,909 | tg_am | ብሻምብቆ ርእሱ ይወቕዕዎን ጡፍ ይብሉሉን እውን ነበሩ፣ ተምበርኪኾም ድማ ሰገዱሉ። | ከዚህም ሌላ ራሱን በመቃ ይመቱትና ይተፉበት ነበር፤ ተንበርክከውም እጅ ነሱት። |
55,910 | am_tg | ሲያፌዙበት ከቆዩ በኋላም ሐምራዊውን ልብስ ገፈው የራሱን መደረቢያዎች አለበሱት። ከዚያም በእንጨት ላይ ሊቸነክሩት ይዘውት ሄዱ። | ምስ ኣላገጹሉ ኸኣ፡ ነቲ ጁዅ ዝሕብሩ ኽዳን ቀንጢጦም ክዳውንቱ ኸደንዎ። ኪሰቕልዎ ድማ ወሰድዎ። |
55,911 | tg_am | ምስ ኣላገጹሉ ኸኣ፡ ነቲ ጁዅ ዝሕብሩ ኽዳን ቀንጢጦም ክዳውንቱ ኸደንዎ። ኪሰቕልዎ ድማ ወሰድዎ። | ሲያፌዙበት ከቆዩ በኋላም ሐምራዊውን ልብስ ገፈው የራሱን መደረቢያዎች አለበሱት። ከዚያም በእንጨት ላይ ሊቸነክሩት ይዘውት ሄዱ። |
55,912 | am_tg | ስምዖን የተባለ አንድ የቀሬና ሰው ከገጠር መጥቶ በዚያ ሲያልፍ አግኝተው ኢየሱስ የሚሰቀልበትን የመከራ እንጨት እንዲሸከም አስገደዱት፤ ይህ ሰው የእስክንድርና የሩፎስ አባት ነበር። | ንሓደ ሓላፍ መገዲ፡ ስምኦን ቀሬናዊ ኣቦ እስክንድሮስን ሩፎስን፡ ካብ ገጠር ኪኣቱ ኸሎ፡ ጕንዲ ስቅያቱ ኺጾረሉ ገደድዎ። |
55,913 | tg_am | ንሓደ ሓላፍ መገዲ፡ ስምኦን ቀሬናዊ ኣቦ እስክንድሮስን ሩፎስን፡ ካብ ገጠር ኪኣቱ ኸሎ፡ ጕንዲ ስቅያቱ ኺጾረሉ ገደድዎ። | ስምዖን የተባለ አንድ የቀሬና ሰው ከገጠር መጥቶ በዚያ ሲያልፍ አግኝተው ኢየሱስ የሚሰቀልበትን የመከራ እንጨት እንዲሸከም አስገደዱት፤ ይህ ሰው የእስክንድርና የሩፎስ አባት ነበር። |
55,914 | am_tg | በኋላም ኢየሱስን ጎልጎታ ወደተባለ ቦታ አመጡት፤ ትርጉሙም “የራስ ቅል ቦታ” ማለት ነው። | ጐልጎታ፡ ትርጉሙ “ቦታ ቐረንቀራ፡” ናብ እትብሃል ቦታ ወሰድዎ። |
55,915 | tg_am | ጐልጎታ፡ ትርጉሙ “ቦታ ቐረንቀራ፡” ናብ እትብሃል ቦታ ወሰድዎ። | በኋላም ኢየሱስን ጎልጎታ ወደተባለ ቦታ አመጡት፤ ትርጉሙም “የራስ ቅል ቦታ” ማለት ነው። |
55,916 | am_tg | እዚያም ከርቤ የተቀላቀለበት የወይን ጠጅ ሰጡት፤ እሱ ግን አልተቀበለም። | ምስ ከርበ እተሓወሰ ወይኒ ኺሰቲ ኸኣ ሃብዎ፣ ንሱ ግና ኣበየ። |
55,917 | tg_am | ምስ ከርበ እተሓወሰ ወይኒ ኺሰቲ ኸኣ ሃብዎ፣ ንሱ ግና ኣበየ። | እዚያም ከርቤ የተቀላቀለበት የወይን ጠጅ ሰጡት፤ እሱ ግን አልተቀበለም። |
55,918 | am_tg | ከዚያም እንጨት ላይ ቸነከሩት፤ ማን ምን እንደሚወስድ ለመወሰንም ዕጣ ተጣጥለው መደረቢያዎቹን ተከፋፈሉ። | ምስ ሰቐልዎ ድማ፡ ንነፍሲ ወከፎም እንታይ ከም ዚበጽሖም ንምፍላጥ፡ ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውዲቖም ተማቐልዎ። |
55,919 | tg_am | ምስ ሰቐልዎ ድማ፡ ንነፍሲ ወከፎም እንታይ ከም ዚበጽሖም ንምፍላጥ፡ ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውዲቖም ተማቐልዎ። | ከዚያም እንጨት ላይ ቸነከሩት፤ ማን ምን እንደሚወስድ ለመወሰንም ዕጣ ተጣጥለው መደረቢያዎቹን ተከፋፈሉ። |
55,920 | am_tg | እንጨት ላይ ሲቸነክሩትም ጊዜው ሦስት ሰዓት ነበር። | ኣብ ሳልሰይቲ ሰዓት ከኣ ሰቐልዎ። |
55,921 | tg_am | ኣብ ሳልሰይቲ ሰዓት ከኣ ሰቐልዎ። | እንጨት ላይ ሲቸነክሩትም ጊዜው ሦስት ሰዓት ነበር። |
55,922 | am_tg | የተከሰሰበትን ጉዳይ የሚገልጽ “የአይሁዳውያን ንጉሥ” የሚል ጽሑፍ ተጽፎ ነበር። | ኣብ ልዕሊኡ እውን፡ “ንጉስ ኣይሁድ” ዚብል ጽሕፈት ክሱ ተጻሒፉ ነበረ። |
55,923 | tg_am | ኣብ ልዕሊኡ እውን፡ “ንጉስ ኣይሁድ” ዚብል ጽሕፈት ክሱ ተጻሒፉ ነበረ። | የተከሰሰበትን ጉዳይ የሚገልጽ “የአይሁዳውያን ንጉሥ” የሚል ጽሑፍ ተጽፎ ነበር። |
55,924 | am_tg | ከእሱም ጋር ሁለት ዘራፊዎችን፣ አንዱን በቀኙ ሌላውን ደግሞ በግራው በእንጨት ላይ ሰቀሉ። | ክልተ ኸተርቲ ኸኣ፡ ሓደ ብየማኑ፡ ሓደ ድማ ብጸጋሙ ምስኡ ሰቐሉ። |
55,925 | tg_am | ክልተ ኸተርቲ ኸኣ፡ ሓደ ብየማኑ፡ ሓደ ድማ ብጸጋሙ ምስኡ ሰቐሉ። | ከእሱም ጋር ሁለት ዘራፊዎችን፣ አንዱን በቀኙ ሌላውን ደግሞ በግራው በእንጨት ላይ ሰቀሉ። |
55,926 | am_tg | በዚያ የሚያልፉም ይሰድቡትና ራሳቸውን እየነቀነቁ እንዲህ ይሉት ነበር፦ “ቤተ መቅደሱን አፍርሼ በሦስት ቀን እሠራዋለሁ ባይ! | ሓለፍቲ መገዲ ድማ፡ ርእሶም እናነቕነቑን ከምዚ እናበሉን ጸረፍዎ፦ “ኣየ፡ ኣታ ንቤተ መቕደስ ኣፍሪስካ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ እትሃንጻ፡ |
55,927 | tg_am | ሓለፍቲ መገዲ ድማ፡ ርእሶም እናነቕነቑን ከምዚ እናበሉን ጸረፍዎ፦ “ኣየ፡ ኣታ ንቤተ መቕደስ ኣፍሪስካ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ እትሃንጻ፡ | በዚያ የሚያልፉም ይሰድቡትና ራሳቸውን እየነቀነቁ እንዲህ ይሉት ነበር፦ “ቤተ መቅደሱን አፍርሼ በሦስት ቀን እሠራዋለሁ ባይ! |
55,928 | am_tg | እስቲ ከተሰቀልክበት እንጨት ላይ ወርደህ ራስህን አድን።” | እስከ ኻብ ጕንዲ ስቅያት ወሪድካ፡ ርእስኻ ኣድሕን።” |
55,929 | tg_am | እስከ ኻብ ጕንዲ ስቅያት ወሪድካ፡ ርእስኻ ኣድሕን።” | እስቲ ከተሰቀልክበት እንጨት ላይ ወርደህ ራስህን አድን።” |
55,930 | am_tg | የካህናት አለቆችም እንደዚሁ ከጸሐፍት ጋር ሆነው እርስ በርሳቸው እንዲህ እያሉ ያፌዙበት ነበር፦ “ሌሎችን አዳነ፤ ራሱን ግን ማዳን አልቻለም! | ከምኡ ድማ፡ ሊቃውንቲ ኻህናት ምስ ጸሓፍቲ ዀይኖም፡ ንሓድሕዶም ከምዚ እናተባሃሃሉ ኣላገጹሉ፦ “ንኻልኦት ኣድሒንዎም፣ ንርእሱ ግና ኬድሕና ኣይከኣለን! |
55,931 | tg_am | ከምኡ ድማ፡ ሊቃውንቲ ኻህናት ምስ ጸሓፍቲ ዀይኖም፡ ንሓድሕዶም ከምዚ እናተባሃሃሉ ኣላገጹሉ፦ “ንኻልኦት ኣድሒንዎም፣ ንርእሱ ግና ኬድሕና ኣይከኣለን! | የካህናት አለቆችም እንደዚሁ ከጸሐፍት ጋር ሆነው እርስ በርሳቸው እንዲህ እያሉ ያፌዙበት ነበር፦ “ሌሎችን አዳነ፤ ራሱን ግን ማዳን አልቻለም! |
55,932 | am_tg | አይተን እናምን ዘንድ የእስራኤል ንጉሥ ክርስቶስ እስቲ አሁን ከተሰቀለበት እንጨት ይውረድ።” ከእሱ ጋር በእንጨት ላይ የተሰቀሉትም እንኳ ሳይቀሩ ይነቅፉት ነበር። | ርኢና ኽንኣምንሲ፡ ክርስቶስ ንጉስ እስራኤል ሕጂ ኻብ ጕንዲ ስቅያት ይውረድ።” እቶም ምስኡ እተሰቕሉ እውን ይጸርፍዎ ነበሩ። |
55,933 | tg_am | ርኢና ኽንኣምንሲ፡ ክርስቶስ ንጉስ እስራኤል ሕጂ ኻብ ጕንዲ ስቅያት ይውረድ።” እቶም ምስኡ እተሰቕሉ እውን ይጸርፍዎ ነበሩ። | አይተን እናምን ዘንድ የእስራኤል ንጉሥ ክርስቶስ እስቲ አሁን ከተሰቀለበት እንጨት ይውረድ።” ከእሱ ጋር በእንጨት ላይ የተሰቀሉትም እንኳ ሳይቀሩ ይነቅፉት ነበር። |
55,934 | am_tg | ስድስት ሰዓት በሆነ ጊዜም አገሩ በሙሉ እስከ ዘጠኝ ሰዓት ድረስ በጨለማ ተሸፈነ። | ሻድሸይቲ ሰዓት ምስ ኰነት፡ ክሳዕ ታሽዐይቲ ሰዓት፡ ኣብ ኵላ እታ ምድሪ ጸልማት ኰነ። |
55,935 | tg_am | ሻድሸይቲ ሰዓት ምስ ኰነት፡ ክሳዕ ታሽዐይቲ ሰዓት፡ ኣብ ኵላ እታ ምድሪ ጸልማት ኰነ። | ስድስት ሰዓት በሆነ ጊዜም አገሩ በሙሉ እስከ ዘጠኝ ሰዓት ድረስ በጨለማ ተሸፈነ። |
55,936 | am_tg | በዘጠነኛውም ሰዓት ኢየሱስ በታላቅ ድምፅ “ኤሊ፣ ኤሊ፣ ላማ ሳባቅታኒ?” ብሎ ጮኸ፤ ትርጉሙም “አምላኬ፣ አምላኬ ለምን ተውከኝ?” ማለት ነው። | ኣብ ታሽዐይቲ ሰዓት፡ የሱስ፡ “ኤሊ፡ ኤሊ፡ ላማ ሰበቅታኒ፧” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨርሐ፣ ትርጉሙ ኸኣ፡ “ኣምላኸይ፡ ኣምላኸይ፡ ስለምንታይ ሓዲግካኒ፧” ማለት እዩ። |
55,937 | tg_am | ኣብ ታሽዐይቲ ሰዓት፡ የሱስ፡ “ኤሊ፡ ኤሊ፡ ላማ ሰበቅታኒ፧” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨርሐ፣ ትርጉሙ ኸኣ፡ “ኣምላኸይ፡ ኣምላኸይ፡ ስለምንታይ ሓዲግካኒ፧” ማለት እዩ። | በዘጠነኛውም ሰዓት ኢየሱስ በታላቅ ድምፅ “ኤሊ፣ ኤሊ፣ ላማ ሳባቅታኒ?” ብሎ ጮኸ፤ ትርጉሙም “አምላኬ፣ አምላኬ ለምን ተውከኝ?” ማለት ነው። |
55,938 | am_tg | በአቅራቢያው ቆመው ከነበሩት አንዳንዶቹ ይህን ሲሰሙ “አያችሁ! ኤልያስን እየተጣራ ነው” ይሉ ጀመር። | ገለ ኻብቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ነዚ ሰሚዖም፡ “እንሆ፡ ንኤልያስ ይጽውዖ ኣሎ” በሉ። |
55,939 | tg_am | ገለ ኻብቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ነዚ ሰሚዖም፡ “እንሆ፡ ንኤልያስ ይጽውዖ ኣሎ” በሉ። | በአቅራቢያው ቆመው ከነበሩት አንዳንዶቹ ይህን ሲሰሙ “አያችሁ! ኤልያስን እየተጣራ ነው” ይሉ ጀመር። |
55,940 | am_tg | ከዚያም አንድ ሰው ሮጦ በመሄድ የኮመጠጠ የወይን ጠጅ ውስጥ ሰፍነግ ከነከረ በኋላ በመቃ ላይ አድርጎ እንዲጠጣ ሰጠውና “ተዉት! እስቲ ኤልያስ መጥቶ ያወርደው እንደሆነ እንይ” አለ። | ሓደ ግና ጐይዩ፡ ሰፍነግ ኣብ መጺጽ ወይኒ ኣሊኹ፡ “ሕደግዎ! ኤልያስ ኬውርዶ ዚመጽእ እንተ ዀይኑ እስከ ንርአ” እናበለ ኣብ ሻምብቆ ገይሩ ኺሰትዮ ሃቦ። |
55,941 | tg_am | ሓደ ግና ጐይዩ፡ ሰፍነግ ኣብ መጺጽ ወይኒ ኣሊኹ፡ “ሕደግዎ! ኤልያስ ኬውርዶ ዚመጽእ እንተ ዀይኑ እስከ ንርአ” እናበለ ኣብ ሻምብቆ ገይሩ ኺሰትዮ ሃቦ። | ከዚያም አንድ ሰው ሮጦ በመሄድ የኮመጠጠ የወይን ጠጅ ውስጥ ሰፍነግ ከነከረ በኋላ በመቃ ላይ አድርጎ እንዲጠጣ ሰጠውና “ተዉት! እስቲ ኤልያስ መጥቶ ያወርደው እንደሆነ እንይ” አለ። |
55,942 | am_tg | ሆኖም ኢየሱስ በታላቅ ድምፅ ጮኾ ሞተ። | የሱስ ግና ዓው ኢሉ ምስ ጨርሐ፡ ትንፋሱ ሓለፈት። |
55,943 | tg_am | የሱስ ግና ዓው ኢሉ ምስ ጨርሐ፡ ትንፋሱ ሓለፈት። | ሆኖም ኢየሱስ በታላቅ ድምፅ ጮኾ ሞተ። |
55,944 | am_tg | የቤተ መቅደሱ መጋረጃም ከላይ እስከ ታች ለሁለት ተቀደደ። | መጋረጃ መቕደስ ድማ ካብ ላዕሊ ኽሳብ ታሕቲ ኣብ ክልተ ተተርተረ። |
55,945 | tg_am | መጋረጃ መቕደስ ድማ ካብ ላዕሊ ኽሳብ ታሕቲ ኣብ ክልተ ተተርተረ። | የቤተ መቅደሱ መጋረጃም ከላይ እስከ ታች ለሁለት ተቀደደ። |
55,946 | am_tg | ከፊት ለፊቱ ቆሞ የነበረው መኮንንም በዚህ ሁኔታ መሞቱን ሲያይ “ይህ ሰው በእርግጥ የአምላክ ልጅ ነበር” አለ። | እቲ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓ ሚእቲ ኸኣ፡ ትንፋሱ ኸመይ ኢላ ኸም ዝሓለፈት ምስ ረኣየ፡ “እዚ ሰብ እዚ፡ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ እዩ ነይሩ” በለ። |
55,947 | tg_am | እቲ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓ ሚእቲ ኸኣ፡ ትንፋሱ ኸመይ ኢላ ኸም ዝሓለፈት ምስ ረኣየ፡ “እዚ ሰብ እዚ፡ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ እዩ ነይሩ” በለ። | ከፊት ለፊቱ ቆሞ የነበረው መኮንንም በዚህ ሁኔታ መሞቱን ሲያይ “ይህ ሰው በእርግጥ የአምላክ ልጅ ነበር” አለ። |
55,948 | am_tg | በተጨማሪም ከሩቅ ሆነው የሚያዩ ሴቶች የነበሩ ሲሆን ከእነሱም መካከል መግደላዊቷ ማርያም እንዲሁም የትንሹ ያዕቆብና የዮሳ እናት ማርያምና ሰሎሜ ነበሩ፤ | ኣንስቲ እውን ርሕቕ ኢለን ይርእያ ነበራ፣ ካባታተን ከኣ ማርያም መግደላዊትን እታ ኣደ ያእቆብ ንእሽቶን ዮሴን ዝዀነት ማርያምን ሰሎሜን ነበራ። |
55,949 | tg_am | ኣንስቲ እውን ርሕቕ ኢለን ይርእያ ነበራ፣ ካባታተን ከኣ ማርያም መግደላዊትን እታ ኣደ ያእቆብ ንእሽቶን ዮሴን ዝዀነት ማርያምን ሰሎሜን ነበራ። | በተጨማሪም ከሩቅ ሆነው የሚያዩ ሴቶች የነበሩ ሲሆን ከእነሱም መካከል መግደላዊቷ ማርያም እንዲሁም የትንሹ ያዕቆብና የዮሳ እናት ማርያምና ሰሎሜ ነበሩ፤ |
55,950 | am_tg | እነዚህም በገሊላ ሳለ ይከተሉትና ያገለግሉት የነበሩ ናቸው፤ ከእሱ ጋር ወደ ኢየሩሳሌም የመጡ ሌሎች በርካታ ሴቶችም ነበሩ። | ንሳተን ኣብ ገሊላ ኸሎ ዜሰንያኦን ዜገልግላኦን ዝነበራ እየን፣ ብዙሓት ካልኦት ኣንስቲ እውን ምስኡ ናብ የሩሳሌም ዝደየባ ነበራ። |
55,951 | tg_am | ንሳተን ኣብ ገሊላ ኸሎ ዜሰንያኦን ዜገልግላኦን ዝነበራ እየን፣ ብዙሓት ካልኦት ኣንስቲ እውን ምስኡ ናብ የሩሳሌም ዝደየባ ነበራ። | እነዚህም በገሊላ ሳለ ይከተሉትና ያገለግሉት የነበሩ ናቸው፤ ከእሱ ጋር ወደ ኢየሩሳሌም የመጡ ሌሎች በርካታ ሴቶችም ነበሩ። |
55,952 | am_tg | ቀኑ በመገባደዱና የዝግጅት ቀን ማለትም የሰንበት ዋዜማ በመሆኑ | ኣጋ ምሸት ምስ ኰነ፡ መዓልቲ ምድላው፡ ማለት ድሮ ሰንበት ስለ ዝነበረት፡ |
55,953 | tg_am | ኣጋ ምሸት ምስ ኰነ፡ መዓልቲ ምድላው፡ ማለት ድሮ ሰንበት ስለ ዝነበረት፡ | ቀኑ በመገባደዱና የዝግጅት ቀን ማለትም የሰንበት ዋዜማ በመሆኑ |
55,954 | am_tg | የተከበረ የሸንጎ አባል የሆነውና የአምላክን መንግሥት ይጠባበቅ የነበረው የአርማትያሱ ዮሴፍ መጣ። ደፍሮም ወደ ጲላጦስ ገባና የኢየሱስ አስከሬን እንዲሰጠው ጠየቀ። | ሕፉር ኣባል ቤት ምኽሪ ዝነበረ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ እውን ዚጽበያ ዝነበረ፡ ዮሴፍ ብዓል ኣርማትያስ መጸ። ተቢዑ ናብ ጲላጦስ ኣትዩ ኸኣ፡ ሬሳ የሱስ ለመነ። |
55,955 | tg_am | ሕፉር ኣባል ቤት ምኽሪ ዝነበረ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ እውን ዚጽበያ ዝነበረ፡ ዮሴፍ ብዓል ኣርማትያስ መጸ። ተቢዑ ናብ ጲላጦስ ኣትዩ ኸኣ፡ ሬሳ የሱስ ለመነ። | የተከበረ የሸንጎ አባል የሆነውና የአምላክን መንግሥት ይጠባበቅ የነበረው የአርማትያሱ ዮሴፍ መጣ። ደፍሮም ወደ ጲላጦስ ገባና የኢየሱስ አስከሬን እንዲሰጠው ጠየቀ። |
55,956 | am_tg | ጲላጦስ ግን ኢየሱስ ሞቶ እንደሆነ ለማወቅ የመቶ አለቃውን ጠርቶ በእርግጥ ሞቶ እንደሆነ ጠየቀው። | ጲላጦስ ግና ድሮ ሙማቱ ገረሞ፣ ነቲ ሓለቓ ሚእቲ ጸዊዑ ድማ፡ የሱስ ድሮ ሞይቱ እንተ ዀይኑ ሓተቶ። |
55,957 | tg_am | ጲላጦስ ግና ድሮ ሙማቱ ገረሞ፣ ነቲ ሓለቓ ሚእቲ ጸዊዑ ድማ፡ የሱስ ድሮ ሞይቱ እንተ ዀይኑ ሓተቶ። | ጲላጦስ ግን ኢየሱስ ሞቶ እንደሆነ ለማወቅ የመቶ አለቃውን ጠርቶ በእርግጥ ሞቶ እንደሆነ ጠየቀው። |
55,958 | am_tg | መሞቱን ከመቶ አለቃው ካረጋገጠ በኋላም አስከሬኑን እንዲወስድ ለዮሴፍ ፈቀደለት። | ካብቲ ሓለቓ ሚእቲ ምስ ኣረጋገጸ ኸኣ፡ ሬሳኡ ንዮሴፍ ሃቦ። |
55,959 | tg_am | ካብቲ ሓለቓ ሚእቲ ምስ ኣረጋገጸ ኸኣ፡ ሬሳኡ ንዮሴፍ ሃቦ። | መሞቱን ከመቶ አለቃው ካረጋገጠ በኋላም አስከሬኑን እንዲወስድ ለዮሴፍ ፈቀደለት። |
55,960 | am_tg | እሱም በፍታ ገዝቶ አስከሬኑን ካወረደ በኋላ በበፍታው ገነዘው፤ ከዚያም ከዓለት ተፈልፍሎ በተሠራ መቃብር ውስጥ አኖረው፤ ድንጋይ አንከባሎም የመቃብሩን ደጃፍ ዘጋው። | ንሱ ድማ ቅጭን በፍታ ዓዲጉ፡ ኣውሪዱ፡ በቲ ቕጭን በፍታ ገኒዙ፡ ኣብ ከውሒ ኣብ እተወቕረ መቓብር ኣንበሮ፣ ነቲ ኣፍ መቓብር ከኣ እምኒ ኣንከባሊሉ ዓጸዎ። |
55,961 | tg_am | ንሱ ድማ ቅጭን በፍታ ዓዲጉ፡ ኣውሪዱ፡ በቲ ቕጭን በፍታ ገኒዙ፡ ኣብ ከውሒ ኣብ እተወቕረ መቓብር ኣንበሮ፣ ነቲ ኣፍ መቓብር ከኣ እምኒ ኣንከባሊሉ ዓጸዎ። | እሱም በፍታ ገዝቶ አስከሬኑን ካወረደ በኋላ በበፍታው ገነዘው፤ ከዚያም ከዓለት ተፈልፍሎ በተሠራ መቃብር ውስጥ አኖረው፤ ድንጋይ አንከባሎም የመቃብሩን ደጃፍ ዘጋው። |
55,962 | am_tg | በዚህ ጊዜ መግደላዊቷ ማርያምና የዮሳ እናት ማርያም አስከሬኑ የተቀመጠበትን ቦታ ይመለከቱ ነበር። | ማርያም መግደላዊትን ማርያም ኣደ ዮሴን ግና፡ እተነብረሉ ቦታ ይርእያ ነበራ። |
55,963 | tg_am | ማርያም መግደላዊትን ማርያም ኣደ ዮሴን ግና፡ እተነብረሉ ቦታ ይርእያ ነበራ። | በዚህ ጊዜ መግደላዊቷ ማርያምና የዮሳ እናት ማርያም አስከሬኑ የተቀመጠበትን ቦታ ይመለከቱ ነበር። |
55,964 | am_tg | ዳግመኛም በባሕሩ አጠገብ ሆኖ ያስተምር ጀመር፤ እጅግ ብዙ ሕዝብም ወደ እሱ መጥቶ ተሰበሰበ። በመሆኑም ጀልባ ላይ ወጥቶ ከተቀመጠ በኋላ ከባሕሩ ዳርቻ ፈቀቅ አለ፤ ሕዝቡ ሁሉ ግን በባሕሩ ዳርቻ ነበር። | ከም ብሓድሽ ድማ፡ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ኺምህር ጀመረ። ኣዝዩ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ጥቓኡ ስለ እተኣከበ ኸኣ፡ ኣብ ጃልባ ደዪቡ፡ ካብ ገምገም ርሒቑ ተቐመጠ፣ ኵሉ እቲ ህዝቢ ግና ኣብ ጥቓ ባሕሪ፡ ኣብ ገምገም ነበረ። |
55,965 | tg_am | ከም ብሓድሽ ድማ፡ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ኺምህር ጀመረ። ኣዝዩ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ጥቓኡ ስለ እተኣከበ ኸኣ፡ ኣብ ጃልባ ደዪቡ፡ ካብ ገምገም ርሒቑ ተቐመጠ፣ ኵሉ እቲ ህዝቢ ግና ኣብ ጥቓ ባሕሪ፡ ኣብ ገምገም ነበረ። | ዳግመኛም በባሕሩ አጠገብ ሆኖ ያስተምር ጀመር፤ እጅግ ብዙ ሕዝብም ወደ እሱ መጥቶ ተሰበሰበ። በመሆኑም ጀልባ ላይ ወጥቶ ከተቀመጠ በኋላ ከባሕሩ ዳርቻ ፈቀቅ አለ፤ ሕዝቡ ሁሉ ግን በባሕሩ ዳርቻ ነበር። |
55,966 | am_tg | ከዚያም ብዙ ነገር በምሳሌ ያስተምራቸው ጀመር፤ እንዲህም አላቸው፦ | ብምሳሌታት ድማ ብዙሕ መሃሮም፣ ኣብ ትምህርቱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ |
55,967 | tg_am | ብምሳሌታት ድማ ብዙሕ መሃሮም፣ ኣብ ትምህርቱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ | ከዚያም ብዙ ነገር በምሳሌ ያስተምራቸው ጀመር፤ እንዲህም አላቸው፦ |
55,968 | am_tg | “ስሙ። እነሆ፣ ዘሪው ሊዘራ ወጣ። | “ስምዑ። እንሆ፡ ዘራኢ ኺዘርእ ወፈረ። |
55,969 | tg_am | “ስምዑ። እንሆ፡ ዘራኢ ኺዘርእ ወፈረ። | “ስሙ። እነሆ፣ ዘሪው ሊዘራ ወጣ። |
55,970 | am_tg | በሚዘራበት ጊዜ አንዳንዶቹ ዘሮች መንገድ ዳር ወደቁ፤ ወፎችም መጥተው ለቀሟቸው። | ኪዘርእ ከሎ ኸኣ፡ ገሊኡ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐ፣ ኣዕዋፍ መጺአን ድማ በልዓኦ። |
55,971 | tg_am | ኪዘርእ ከሎ ኸኣ፡ ገሊኡ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐ፣ ኣዕዋፍ መጺአን ድማ በልዓኦ። | በሚዘራበት ጊዜ አንዳንዶቹ ዘሮች መንገድ ዳር ወደቁ፤ ወፎችም መጥተው ለቀሟቸው። |
55,972 | am_tg | ሌሎቹ ደግሞ ብዙ አፈር በሌለው ድንጋያማ መሬት ላይ ወደቁ፤ አፈሩም ጥልቀት ስላልነበረው ወዲያውኑ በቀሉ። | ገሊኡ ኸኣ ብዙሕ ሓመድ ኣብ ዘይብሉ ኸውሒ ወደቐ፣ ዓሚቝ ሓመድ ስለ ዘይብሉ ድማ፡ ብኡብኡ በቘለ። |
55,973 | tg_am | ገሊኡ ኸኣ ብዙሕ ሓመድ ኣብ ዘይብሉ ኸውሒ ወደቐ፣ ዓሚቝ ሓመድ ስለ ዘይብሉ ድማ፡ ብኡብኡ በቘለ። | ሌሎቹ ደግሞ ብዙ አፈር በሌለው ድንጋያማ መሬት ላይ ወደቁ፤ አፈሩም ጥልቀት ስላልነበረው ወዲያውኑ በቀሉ። |
55,974 | am_tg | ፀሐይ በወጣ ጊዜ ግን ተቃጠሉ፤ ሥር ስላልነበራቸውም ደረቁ። | ጸሓይ ምስ በረቐት ግና ሓረረ፣ ሱር ስለ ዘይብሉ ድማ ነቐጸ። |
55,975 | tg_am | ጸሓይ ምስ በረቐት ግና ሓረረ፣ ሱር ስለ ዘይብሉ ድማ ነቐጸ። | ፀሐይ በወጣ ጊዜ ግን ተቃጠሉ፤ ሥር ስላልነበራቸውም ደረቁ። |
55,976 | am_tg | ሌሎቹ ዘሮች ደግሞ በእሾህ መካከል ወደቁ፤ እሾሁም አድጎ አነቃቸው፤ ፍሬም አልሰጡም። | ገሊኡ እውን ኣብ ማእከል ኣእሻዅ ወደቐ፣ እቲ ኣእሻዅ ድማ ዓብዩ ሓነቖ፡ ፍረ እውን ኣይፈረየን። |
55,977 | tg_am | ገሊኡ እውን ኣብ ማእከል ኣእሻዅ ወደቐ፣ እቲ ኣእሻዅ ድማ ዓብዩ ሓነቖ፡ ፍረ እውን ኣይፈረየን። | ሌሎቹ ዘሮች ደግሞ በእሾህ መካከል ወደቁ፤ እሾሁም አድጎ አነቃቸው፤ ፍሬም አልሰጡም። |
55,978 | am_tg | ሌሎቹ ግን ጥሩ አፈር ላይ ወድቀው ከበቀሉና ካደጉ በኋላ ፍሬ ማፍራት ጀመሩ፤ ደግሞም 30፣ 60 እና 100 እጥፍ አፈሩ።” | ገሊኡ ግና ኣብ ጽቡቕ መሬት ወደቐ እሞ፡ በቘለን ዓበየን፣ ገሊኡ 30፡ ገሊኡ 60፡ ገሊኡ 100 ዕጽፊ ድማ ፈረየ።” |
55,979 | tg_am | ገሊኡ ግና ኣብ ጽቡቕ መሬት ወደቐ እሞ፡ በቘለን ዓበየን፣ ገሊኡ 30፡ ገሊኡ 60፡ ገሊኡ 100 ዕጽፊ ድማ ፈረየ።” | ሌሎቹ ግን ጥሩ አፈር ላይ ወድቀው ከበቀሉና ካደጉ በኋላ ፍሬ ማፍራት ጀመሩ፤ ደግሞም 30፣ 60 እና 100 እጥፍ አፈሩ።” |
55,980 | am_tg | ከዚያም “የሚሰማ ጆሮ ያለው ይስማ” አለ። | ኣስዒቡ፡ “ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ” በለ። |
55,981 | tg_am | ኣስዒቡ፡ “ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ” በለ። | ከዚያም “የሚሰማ ጆሮ ያለው ይስማ” አለ። |
55,982 | am_tg | ብቻውን በሆነ ጊዜ አሥራ ሁለቱና በዙሪያው የነበሩት ሌሎች ሰዎች ስለ ምሳሌዎቹ ይጠይቁት ጀመር። | ንበይኑ ምስ ኰነ ኸኣ፡ እቶም ከቢቦምዎ ዝነበሩ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ ዀይኖም፡ ብዛዕባ እቲ ምሳሌታት ሓተትዎ። |
55,983 | tg_am | ንበይኑ ምስ ኰነ ኸኣ፡ እቶም ከቢቦምዎ ዝነበሩ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ ዀይኖም፡ ብዛዕባ እቲ ምሳሌታት ሓተትዎ። | ብቻውን በሆነ ጊዜ አሥራ ሁለቱና በዙሪያው የነበሩት ሌሎች ሰዎች ስለ ምሳሌዎቹ ይጠይቁት ጀመር። |
55,984 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ለእናንተ የአምላክን መንግሥት ቅዱስ ሚስጥር የመረዳት ችሎታ ተሰጥቷችኋል፤ በውጭ ላሉት ግን የሚሰሙት ነገር ሁሉ እንዲሁ ምሳሌ ብቻ ሆኖ ይቀርባቸዋል፤ | ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንዓኻትኩም፡ እቲ ቕዱስ ምስጢር መንግስቲ ኣምላኽ ተዋሂቡኩም ኣሎ፣ ኣብ ወጻኢ ንዘለዉ ግና፡ ኵሉ ምሳሌታት እዩ ዚዀኖም፣ |
55,985 | tg_am | ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንዓኻትኩም፡ እቲ ቕዱስ ምስጢር መንግስቲ ኣምላኽ ተዋሂቡኩም ኣሎ፣ ኣብ ወጻኢ ንዘለዉ ግና፡ ኵሉ ምሳሌታት እዩ ዚዀኖም፣ | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ለእናንተ የአምላክን መንግሥት ቅዱስ ሚስጥር የመረዳት ችሎታ ተሰጥቷችኋል፤ በውጭ ላሉት ግን የሚሰሙት ነገር ሁሉ እንዲሁ ምሳሌ ብቻ ሆኖ ይቀርባቸዋል፤ |
55,986 | am_tg | በመሆኑም ማየቱን ያያሉ ግን ልብ አይሉም፤ መስማቱን ይሰማሉ ግን ትርጉሙን አይረዱም፤ ደግሞም ሙሉ በሙሉ ስለማይመለሱ ይቅርታ አያገኙም።” | ስለዚ ድማ፡ ምርኣይሲ ይርእዩ፡ ግናኸ ኣየስተብህሉን፣ ምስማዕሲ ይሰምዑ፡ ግናኸ ኣየስተውዕሉን፡ ኣይምለሱን፡ ይቕረ እውን ኣይበሃለሎምን።” |
55,987 | tg_am | ስለዚ ድማ፡ ምርኣይሲ ይርእዩ፡ ግናኸ ኣየስተብህሉን፣ ምስማዕሲ ይሰምዑ፡ ግናኸ ኣየስተውዕሉን፡ ኣይምለሱን፡ ይቕረ እውን ኣይበሃለሎምን።” | በመሆኑም ማየቱን ያያሉ ግን ልብ አይሉም፤ መስማቱን ይሰማሉ ግን ትርጉሙን አይረዱም፤ ደግሞም ሙሉ በሙሉ ስለማይመለሱ ይቅርታ አያገኙም።” |
55,988 | am_tg | በተጨማሪም እንዲህ አላቸው፦ “ይህን ምሳሌ ካልተረዳችሁ ታዲያ ሌሎቹን ምሳሌዎች ሁሉ እንዴት ትረዳላችሁ? | ብተወሳኺ ኸምዚ በሎም፦ “ነዛ ምሳሌ እዚኣ ኸይፈለጥኩምዋስ፡ ከመይ ጌርኩም ንዅሉ ምሳሌታት ክትርድኡ ኢኹም፧ |
55,989 | tg_am | ብተወሳኺ ኸምዚ በሎም፦ “ነዛ ምሳሌ እዚኣ ኸይፈለጥኩምዋስ፡ ከመይ ጌርኩም ንዅሉ ምሳሌታት ክትርድኡ ኢኹም፧ | በተጨማሪም እንዲህ አላቸው፦ “ይህን ምሳሌ ካልተረዳችሁ ታዲያ ሌሎቹን ምሳሌዎች ሁሉ እንዴት ትረዳላችሁ? |
55,990 | am_tg | “ዘሪው ቃሉን ይዘራል። | “እቲ ዘራኢ ነቲ ቓል እዩ ዚዘርእ። |
55,991 | tg_am | “እቲ ዘራኢ ነቲ ቓል እዩ ዚዘርእ። | “ዘሪው ቃሉን ይዘራል። |
55,992 | am_tg | ቃሉ ሲዘራ መንገድ ዳር እንደወደቁት ዘሮች የሆኑት እነዚህ ናቸው፤ ቃሉን እንደሰሙ ግን ሰይጣን መጥቶ በውስጣቸው የተዘራውን ቃል ይወስደዋል። | እቶም እቲ ቓል ኣብ እተዘርኦ ጥቓ መገዲ ዘለዉ እምበኣር እዚኣቶም እዮም፣ ምስ ሰምዑ ግና፡ ብኡብኡ ሰይጣን መጺኡ ነቲ ኣብ ልቦም እተዘርአ ቓል ይወስዶ። |
55,993 | tg_am | እቶም እቲ ቓል ኣብ እተዘርኦ ጥቓ መገዲ ዘለዉ እምበኣር እዚኣቶም እዮም፣ ምስ ሰምዑ ግና፡ ብኡብኡ ሰይጣን መጺኡ ነቲ ኣብ ልቦም እተዘርአ ቓል ይወስዶ። | ቃሉ ሲዘራ መንገድ ዳር እንደወደቁት ዘሮች የሆኑት እነዚህ ናቸው፤ ቃሉን እንደሰሙ ግን ሰይጣን መጥቶ በውስጣቸው የተዘራውን ቃል ይወስደዋል። |
55,994 | am_tg | በተመሳሳይም በድንጋያማ መሬት እንደተዘሩት ዘሮች የሆኑት እነዚህ ናቸው፤ ቃሉን እንደሰሙ በደስታ ይቀበሉታል። | ከምኡ ኸኣ፡ እቶም ኣብ ከውሒ እተዘርኡ፡ እዚኣቶም እዮም፣ ነቲ ቓል ምስ ሰምዕዎ፡ ብኡብኡ ብሓጐስ ይቕበልዎ። |
55,995 | tg_am | ከምኡ ኸኣ፡ እቶም ኣብ ከውሒ እተዘርኡ፡ እዚኣቶም እዮም፣ ነቲ ቓል ምስ ሰምዕዎ፡ ብኡብኡ ብሓጐስ ይቕበልዎ። | በተመሳሳይም በድንጋያማ መሬት እንደተዘሩት ዘሮች የሆኑት እነዚህ ናቸው፤ ቃሉን እንደሰሙ በደስታ ይቀበሉታል። |
55,996 | am_tg | ሆኖም ቃሉ በውስጣቸው ሥር ስለማይሰድ የሚቆዩት ለጥቂት ጊዜ ነው፤ ከዚያም በቃሉ የተነሳ መከራ ወይም ስደት ሲደርስባቸው ወዲያውኑ ይሰናከላሉ። | ኣባታቶም ሱር ስለ ዘይሰደደ ግና፡ ንግዜኡ ጥራይ እዮም ዚጸንሑ፣ ስለቲ ቓል፡ ጸበባ ወይ መስጐጕቲ ምስ ተላዕለ ድማ፡ ብኡብኡ ይዕንቀፉ። |
55,997 | tg_am | ኣባታቶም ሱር ስለ ዘይሰደደ ግና፡ ንግዜኡ ጥራይ እዮም ዚጸንሑ፣ ስለቲ ቓል፡ ጸበባ ወይ መስጐጕቲ ምስ ተላዕለ ድማ፡ ብኡብኡ ይዕንቀፉ። | ሆኖም ቃሉ በውስጣቸው ሥር ስለማይሰድ የሚቆዩት ለጥቂት ጊዜ ነው፤ ከዚያም በቃሉ የተነሳ መከራ ወይም ስደት ሲደርስባቸው ወዲያውኑ ይሰናከላሉ። |
55,998 | am_tg | በእሾህ መካከል እንደተዘሩት ዘሮች የሆኑ ሌሎች ደግሞ አሉ። እነዚህ ቃሉን የሰሙ ናቸው፤ | ኣብ ኣእሻዅ እተዘርኡ ኻልኦት እውን ኣለዉ፣ እዚኣቶም ነቲ ቓል ይሰምዑ፣ |
55,999 | tg_am | ኣብ ኣእሻዅ እተዘርኡ ኻልኦት እውን ኣለዉ፣ እዚኣቶም ነቲ ቓል ይሰምዑ፣ | በእሾህ መካከል እንደተዘሩት ዘሮች የሆኑ ሌሎች ደግሞ አሉ። እነዚህ ቃሉን የሰሙ ናቸው፤ |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.