Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
56,000 | am_tg | ይሁንና የዚህ ሥርዓት ጭንቀትና ሀብት ያለው የማታለል ኃይል እንዲሁም የሌሎች ነገሮች ሁሉ ምኞት ወደ ልባቸው ሰርጎ በመግባት ቃሉን ያንቀዋል፤ የማያፈራም ይሆናል። | ጭንቀት እዚ ስርዓትን ምትላል ሃብትን ካልእ ትምኒታትን ግና፡ ኣትዩ ነቲ ቓል ይሓንቆ፡ ዘይፈሪ ድማ ይኸውን። |
56,001 | tg_am | ጭንቀት እዚ ስርዓትን ምትላል ሃብትን ካልእ ትምኒታትን ግና፡ ኣትዩ ነቲ ቓል ይሓንቆ፡ ዘይፈሪ ድማ ይኸውን። | ይሁንና የዚህ ሥርዓት ጭንቀትና ሀብት ያለው የማታለል ኃይል እንዲሁም የሌሎች ነገሮች ሁሉ ምኞት ወደ ልባቸው ሰርጎ በመግባት ቃሉን ያንቀዋል፤ የማያፈራም ይሆናል። |
56,002 | am_tg | በመጨረሻም፣ ጥሩ አፈር ላይ እንደተዘሩት ዘሮች የሆኑት ቃሉን የሚሰሙና በደስታ የሚቀበሉ እንዲሁም 30፣ 60 እና 100 እጥፍ የሚያፈሩ ናቸው።” | እቶም ኣብ ጽቡቕ መሬት እተዘርኡ ኸኣ፡ ነቲ ቓል ሰሚዖም ብጽቡቕ ዚቕበልዎ እዮም፣ 30፡ 60፡ 100 ዕጽፊ ድማ ይፈርዩ።” |
56,003 | tg_am | እቶም ኣብ ጽቡቕ መሬት እተዘርኡ ኸኣ፡ ነቲ ቓል ሰሚዖም ብጽቡቕ ዚቕበልዎ እዮም፣ 30፡ 60፡ 100 ዕጽፊ ድማ ይፈርዩ።” | በመጨረሻም፣ ጥሩ አፈር ላይ እንደተዘሩት ዘሮች የሆኑት ቃሉን የሚሰሙና በደስታ የሚቀበሉ እንዲሁም 30፣ 60 እና 100 እጥፍ የሚያፈሩ ናቸው።” |
56,004 | am_tg | ደግሞም እንዲህ አላቸው፦ “መብራት አምጥቶ እንቅብ የሚደፋበት ወይም አልጋ ሥር የሚያስቀምጠው ይኖራል? የሚቀመጠው በመቅረዝ ላይ አይደለም? | ከምዚ ድማ በሎም፦ “መብራህቲዶ ኣብ ትሕቲ ኸፈር ወይ ኣብ ትሕቲ ዓራት ይግበር እዩ፧ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል ደይኰነን ዚስቀል፧ |
56,005 | tg_am | ከምዚ ድማ በሎም፦ “መብራህቲዶ ኣብ ትሕቲ ኸፈር ወይ ኣብ ትሕቲ ዓራት ይግበር እዩ፧ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል ደይኰነን ዚስቀል፧ | ደግሞም እንዲህ አላቸው፦ “መብራት አምጥቶ እንቅብ የሚደፋበት ወይም አልጋ ሥር የሚያስቀምጠው ይኖራል? የሚቀመጠው በመቅረዝ ላይ አይደለም? |
56,006 | am_tg | ስለዚህ የተሸሸገ መገለጡ፣ የተሰወረም ይፋ መውጣቱ አይቀርም። | ዘይገሃድ ሕቡእ የልቦን፣ ዘይግለጽ ስዉር እውን የልቦን። |
56,007 | tg_am | ዘይገሃድ ሕቡእ የልቦን፣ ዘይግለጽ ስዉር እውን የልቦን። | ስለዚህ የተሸሸገ መገለጡ፣ የተሰወረም ይፋ መውጣቱ አይቀርም። |
56,008 | am_tg | የሚሰማ ጆሮ ያለው ሁሉ ይስማ።” | ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።” |
56,009 | tg_am | ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።” | የሚሰማ ጆሮ ያለው ሁሉ ይስማ።” |
56,010 | am_tg | አክሎም እንዲህ አላቸው፦ “የምትሰሙትን ነገር ልብ በሉ። በምትሰፍሩበት መስፈሪያ ይሰፈርላችኋል፤ እንዲያውም ከዚያ የበለጠ ይጨመርላችኋል። | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ንእትሰምዕዎ ኣቕልቡሉ። ብእትሰፍርዎ መስፈሪ ኺስፈረልኩም፡ ኪውሰኸልኩም እውን እዩ። |
56,011 | tg_am | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ንእትሰምዕዎ ኣቕልቡሉ። ብእትሰፍርዎ መስፈሪ ኺስፈረልኩም፡ ኪውሰኸልኩም እውን እዩ። | አክሎም እንዲህ አላቸው፦ “የምትሰሙትን ነገር ልብ በሉ። በምትሰፍሩበት መስፈሪያ ይሰፈርላችኋል፤ እንዲያውም ከዚያ የበለጠ ይጨመርላችኋል። |
56,012 | am_tg | ላለው ይጨመርለታልና፤ የሌለው ግን ያው ያለው እንኳ ይወሰድበታል።” | ከመይሲ፡ ንዘለዎ ይውሰኾ፣ ንዘይብሉ ግና፡ እታ ዘላቶ እኳ የግድፍዎ።” |
56,013 | tg_am | ከመይሲ፡ ንዘለዎ ይውሰኾ፣ ንዘይብሉ ግና፡ እታ ዘላቶ እኳ የግድፍዎ።” | ላለው ይጨመርለታልና፤ የሌለው ግን ያው ያለው እንኳ ይወሰድበታል።” |
56,014 | am_tg | ከዚያም እንዲህ አለ፦ “የአምላክ መንግሥት መሬት ላይ ዘር የሚዘራን ሰው ይመስላል። | ከምዚ ድማ በሎም፦ “መንግስቲ ኣምላኽ፡ ዘርኢ ኣብ ምድሪ ኸም ዚዘርእ ሰብ እያ። |
56,015 | tg_am | ከምዚ ድማ በሎም፦ “መንግስቲ ኣምላኽ፡ ዘርኢ ኣብ ምድሪ ኸም ዚዘርእ ሰብ እያ። | ከዚያም እንዲህ አለ፦ “የአምላክ መንግሥት መሬት ላይ ዘር የሚዘራን ሰው ይመስላል። |
56,016 | am_tg | ሰውየው ሌሊት ይተኛል፤ ማለዳም ይነሳል፤ እንዴት እንደሆነም ሳያውቅ ዘሩ ይበቅልና ያድጋል። | ለይቲ ይድቅስ፡ መዓልቲ እውን ይትንስእ፣ እቲ ዘርኢ ኸኣ፡ ንሱ ኸይፈለጠ ይበቍልን ይዓብን። |
56,017 | tg_am | ለይቲ ይድቅስ፡ መዓልቲ እውን ይትንስእ፣ እቲ ዘርኢ ኸኣ፡ ንሱ ኸይፈለጠ ይበቍልን ይዓብን። | ሰውየው ሌሊት ይተኛል፤ ማለዳም ይነሳል፤ እንዴት እንደሆነም ሳያውቅ ዘሩ ይበቅልና ያድጋል። |
56,018 | am_tg | መሬቱም ራሱ ቀስ በቀስ ፍሬ ያፈራል፤ በመጀመሪያ ቡቃያውን፣ ከዚያም ዛላውን በመጨረሻም በዛላው ላይ የጎመራ ፍሬ ይሰጣል። | እታ ምድሪ ባዕላ ትፈሪ፣ ቅድም ብቝሊ፡ ደሓር ሰዊት፡ ኣብቲ ሰዊት ድማ ብጹሕ እኽሊ። |
56,019 | tg_am | እታ ምድሪ ባዕላ ትፈሪ፣ ቅድም ብቝሊ፡ ደሓር ሰዊት፡ ኣብቲ ሰዊት ድማ ብጹሕ እኽሊ። | መሬቱም ራሱ ቀስ በቀስ ፍሬ ያፈራል፤ በመጀመሪያ ቡቃያውን፣ ከዚያም ዛላውን በመጨረሻም በዛላው ላይ የጎመራ ፍሬ ይሰጣል። |
56,020 | am_tg | ሰብሉ እንደደረሰ ግን የመከር ወቅት በመሆኑ ሰውየው ማጭዱን ይዞ ያጭዳል።” | ምስ በጽሐ፡ ቀውዒ ስለ ዝኣኸለ፡ ብኡብኡ ማዕጺዱ ይሰድድ።” |
56,021 | tg_am | ምስ በጽሐ፡ ቀውዒ ስለ ዝኣኸለ፡ ብኡብኡ ማዕጺዱ ይሰድድ።” | ሰብሉ እንደደረሰ ግን የመከር ወቅት በመሆኑ ሰውየው ማጭዱን ይዞ ያጭዳል።” |
56,022 | am_tg | ደግሞም እንዲህ አለ፦ “የአምላክን መንግሥት ከምን ጋር ልናነጻጽረው እንችላለን? ወይስ በምን ምሳሌ ልንገልጸው እንችላለን? | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ብምንታይ ክንምስላ ንኽእል፧ ወይስ ብምንታይ ምሳሌ ኽንገልጻ ንኽእል፧ |
56,023 | tg_am | ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ብምንታይ ክንምስላ ንኽእል፧ ወይስ ብምንታይ ምሳሌ ኽንገልጻ ንኽእል፧ | ደግሞም እንዲህ አለ፦ “የአምላክን መንግሥት ከምን ጋር ልናነጻጽረው እንችላለን? ወይስ በምን ምሳሌ ልንገልጸው እንችላለን? |
56,024 | am_tg | መሬት ላይ በተዘራች ጊዜ በምድር ላይ ካሉ ዘሮች ሁሉ እጅግ የምታንስን የሰናፍጭ ዘር ይመስላል። | ኣብ ምድሪ ኣብ እተዘርኣትሉ እዋን፡ ካብ ኵሉ ዘርኢ ምድሪ ዝደቐቐት ፍረ ኣድሪ ትመስል። |
56,025 | tg_am | ኣብ ምድሪ ኣብ እተዘርኣትሉ እዋን፡ ካብ ኵሉ ዘርኢ ምድሪ ዝደቐቐት ፍረ ኣድሪ ትመስል። | መሬት ላይ በተዘራች ጊዜ በምድር ላይ ካሉ ዘሮች ሁሉ እጅግ የምታንስን የሰናፍጭ ዘር ይመስላል። |
56,026 | am_tg | ከተዘራች በኋላ ግን አድጋ ከሌሎች ተክሎች ሁሉ የምትበልጥ ትሆናለች፤ ትላልቅ ቅርንጫፎችም ታወጣለች፤ በመሆኑም የሰማይ ወፎች በጥላዋ ሥር መስፈሪያ ያገኛሉ።” | ምስ ተዘርአት ግና፡ ትበቍል፡ ካብ ኵሉ ኣሕምልቲ ትዓቢ፣ ዓበይቲ ጨናፍር ስለ እትገብር ከኣ፡ ኣዕዋፍ ሰማይ ኣብ ትሕቲ ጽላላ ኺሰፍራ ይኽእላ።” |
56,027 | tg_am | ምስ ተዘርአት ግና፡ ትበቍል፡ ካብ ኵሉ ኣሕምልቲ ትዓቢ፣ ዓበይቲ ጨናፍር ስለ እትገብር ከኣ፡ ኣዕዋፍ ሰማይ ኣብ ትሕቲ ጽላላ ኺሰፍራ ይኽእላ።” | ከተዘራች በኋላ ግን አድጋ ከሌሎች ተክሎች ሁሉ የምትበልጥ ትሆናለች፤ ትላልቅ ቅርንጫፎችም ታወጣለች፤ በመሆኑም የሰማይ ወፎች በጥላዋ ሥር መስፈሪያ ያገኛሉ።” |
56,028 | am_tg | ኢየሱስ እንዲህ የመሳሰሉ በርካታ ምሳሌዎችን ተጠቅሞ መረዳት በሚችሉት መጠን ቃሉን ይነግራቸው ነበር። | ኪሰምዑ ኽሳዕ ዝኸኣሉ ኸኣ፡ በዚ ኸምዚ ዝበለ ብዙሕ ምሳሌታት ተዛረቦም። |
56,029 | tg_am | ኪሰምዑ ኽሳዕ ዝኸኣሉ ኸኣ፡ በዚ ኸምዚ ዝበለ ብዙሕ ምሳሌታት ተዛረቦም። | ኢየሱስ እንዲህ የመሳሰሉ በርካታ ምሳሌዎችን ተጠቅሞ መረዳት በሚችሉት መጠን ቃሉን ይነግራቸው ነበር። |
56,030 | am_tg | እንዲያውም ያለምሳሌ አይነግራቸውም ነበር፤ ብቻቸውን በሚሆኑበት ጊዜ ግን ለደቀ መዛሙርቱ ሁሉንም ነገር ያብራራላቸው ነበር። | ብዘይ ምሳሌስ ኣይዛረቦምን ነበረ፣ ንደቀ መዛሙርቱ ግና በይኖም ገይሩ ዅሉ ይገልጸሎም ነበረ። |
56,031 | tg_am | ብዘይ ምሳሌስ ኣይዛረቦምን ነበረ፣ ንደቀ መዛሙርቱ ግና በይኖም ገይሩ ዅሉ ይገልጸሎም ነበረ። | እንዲያውም ያለምሳሌ አይነግራቸውም ነበር፤ ብቻቸውን በሚሆኑበት ጊዜ ግን ለደቀ መዛሙርቱ ሁሉንም ነገር ያብራራላቸው ነበር። |
56,032 | am_tg | በዚያ ቀን፣ ምሽት ላይ “ወደ ባሕሩ ማዶ እንሻገር” አላቸው። | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ምስ መሰየ፡ “ናብ ስግር ንሳገር” በሎም። |
56,033 | tg_am | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ምስ መሰየ፡ “ናብ ስግር ንሳገር” በሎም። | በዚያ ቀን፣ ምሽት ላይ “ወደ ባሕሩ ማዶ እንሻገር” አላቸው። |
56,034 | am_tg | በመሆኑም ሕዝቡን ካሰናበቱ በኋላ እዚያው ጀልባዋ ውስጥ እንዳለ ይዘውት ሄዱ፤ ሌሎች ጀልባዎችም አብረውት ነበሩ። | ነቶም ህዝቢ ኣፋንዮም ድማ፡ ንዕኡ ኸምታ ዘለዋ ምሳታቶም ብጃልባ ወሰድዎ፣ ካልኦት ጃለቡ ኸኣ ምስኡ ነበራ። |
56,035 | tg_am | ነቶም ህዝቢ ኣፋንዮም ድማ፡ ንዕኡ ኸምታ ዘለዋ ምሳታቶም ብጃልባ ወሰድዎ፣ ካልኦት ጃለቡ ኸኣ ምስኡ ነበራ። | በመሆኑም ሕዝቡን ካሰናበቱ በኋላ እዚያው ጀልባዋ ውስጥ እንዳለ ይዘውት ሄዱ፤ ሌሎች ጀልባዎችም አብረውት ነበሩ። |
56,036 | am_tg | በዚህ ጊዜ እጅግ ኃይለኛ አውሎ ነፋስ ተነሳ፤ ማዕበሉም ከጀልባዋ ጋር እየተላተመ ወደ ውስጥ ይገባ ጀመር፤ ከዚህም የተነሳ ጀልባዋ በውኃ ልትሞላ ተቃረበች። | ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ድማ ተላዕለ፣ እታ ጃልባ ኽሳዕ እትመልእ፡ ማዕበል ነታ ጃልባ ይጸፍዓ ነበረ። |
56,037 | tg_am | ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ድማ ተላዕለ፣ እታ ጃልባ ኽሳዕ እትመልእ፡ ማዕበል ነታ ጃልባ ይጸፍዓ ነበረ። | በዚህ ጊዜ እጅግ ኃይለኛ አውሎ ነፋስ ተነሳ፤ ማዕበሉም ከጀልባዋ ጋር እየተላተመ ወደ ውስጥ ይገባ ጀመር፤ ከዚህም የተነሳ ጀልባዋ በውኃ ልትሞላ ተቃረበች። |
56,038 | am_tg | ኢየሱስ ግን በጀልባዋ የኋለኛ ክፍል ትራስ ተንተርሶ ተኝቶ ነበር። ስለዚህ ቀስቅሰውት “መምህር፣ ስናልቅ ዝም ብለህ ታያለህ?” አሉት። | ንሱ ግና ብወገን ድሕሪት እታ ጃልባ ኣብቲ መተርኣስ ተተርኢሱ ደቂሱ ነበረ። ኣተንሲኦም ድማ፡ “መምህር፡ ክንጠፍእዶ ግድና የብልካን ኢኻ፧” በልዎ። |
56,039 | tg_am | ንሱ ግና ብወገን ድሕሪት እታ ጃልባ ኣብቲ መተርኣስ ተተርኢሱ ደቂሱ ነበረ። ኣተንሲኦም ድማ፡ “መምህር፡ ክንጠፍእዶ ግድና የብልካን ኢኻ፧” በልዎ። | ኢየሱስ ግን በጀልባዋ የኋለኛ ክፍል ትራስ ተንተርሶ ተኝቶ ነበር። ስለዚህ ቀስቅሰውት “መምህር፣ ስናልቅ ዝም ብለህ ታያለህ?” አሉት። |
56,040 | am_tg | በዚህ ጊዜ ተነስቶ ነፋሱን ገሠጸው፤ ባሕሩንም “ጸጥ በል! ረጭ በል!” አለው። ነፋሱ ቆመ፤ ታላቅ ጸጥታም ሰፈነ። | ንሱ ተንሲኡ ኸኣ ንንፋስ ገንሖ፡ ንባሕሪ ድማ፡ “ዝግ በል! ህዳእ!” በሎ። እቲ ንፋስ ዝግ በለ፡ ዓብዪ ህድኣት እውን ኰነ። |
56,041 | tg_am | ንሱ ተንሲኡ ኸኣ ንንፋስ ገንሖ፡ ንባሕሪ ድማ፡ “ዝግ በል! ህዳእ!” በሎ። እቲ ንፋስ ዝግ በለ፡ ዓብዪ ህድኣት እውን ኰነ። | በዚህ ጊዜ ተነስቶ ነፋሱን ገሠጸው፤ ባሕሩንም “ጸጥ በል! ረጭ በል!” አለው። ነፋሱ ቆመ፤ ታላቅ ጸጥታም ሰፈነ። |
56,042 | am_tg | ከዚያም “ለምን ትሸበራላችሁ? አሁንም እምነት የላችሁም?” አላቸው። | “ስለምንታይ እትፈርሁ፧ ገናዶ እምነት የብልኩምን፧” ድማ በሎም። |
56,043 | tg_am | “ስለምንታይ እትፈርሁ፧ ገናዶ እምነት የብልኩምን፧” ድማ በሎም። | ከዚያም “ለምን ትሸበራላችሁ? አሁንም እምነት የላችሁም?” አላቸው። |
56,044 | am_tg | እነሱ ግን በታላቅ ፍርሃት ተውጠው እርስ በርሳቸው “ለመሆኑ ይህ ማን ነው? ነፋስና ባሕር እንኳ ይታዘዙለታል” ተባባሉ። | ንሳቶም ግና ኣዝዮም ፈርሁ፡ ንሓድሕዶም እውን፡ “እዝስ መን ኰን እዩ፧ ንፋስን ባሕርን እኳ ይእዘዝዎ” ተባሃሃሉ። |
56,045 | tg_am | ንሳቶም ግና ኣዝዮም ፈርሁ፡ ንሓድሕዶም እውን፡ “እዝስ መን ኰን እዩ፧ ንፋስን ባሕርን እኳ ይእዘዝዎ” ተባሃሃሉ። | እነሱ ግን በታላቅ ፍርሃት ተውጠው እርስ በርሳቸው “ለመሆኑ ይህ ማን ነው? ነፋስና ባሕር እንኳ ይታዘዙለታል” ተባባሉ። |
56,046 | am_tg | ከዚያም ምሳሌ በመጠቀም እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ሰው የወይን እርሻ አለማ፤ ዙሪያውንም አጠረው፤ ጉድጓድ ቆፍሮም የወይን መጭመቂያ አዘጋጀ፤ ማማም ሠራለት፤ ከዚያም ለገበሬዎች አከራይቶ ወደ ሌላ አገር ሄደ። | ብምሳሌታት ድማ ኪዛረቦም ጀመረ፦ “ሓደ ሰብኣይ ኣታኽልቲ ወይኒ ተኸለ፡ ብሓጹር ሓጸሮ፡ ካብቲ መጽመቝ ወይኒ ዚቕበል መዋህለል ወይኒ ዀዓተሉ፡ ግምቢ ሰርሓሉ፡ ንሓረስቶት ብመገስ ሂቡ ኸኣ ናብ ካልእ ሃገር ገሸ። |
56,047 | tg_am | ብምሳሌታት ድማ ኪዛረቦም ጀመረ፦ “ሓደ ሰብኣይ ኣታኽልቲ ወይኒ ተኸለ፡ ብሓጹር ሓጸሮ፡ ካብቲ መጽመቝ ወይኒ ዚቕበል መዋህለል ወይኒ ዀዓተሉ፡ ግምቢ ሰርሓሉ፡ ንሓረስቶት ብመገስ ሂቡ ኸኣ ናብ ካልእ ሃገር ገሸ። | ከዚያም ምሳሌ በመጠቀም እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ሰው የወይን እርሻ አለማ፤ ዙሪያውንም አጠረው፤ ጉድጓድ ቆፍሮም የወይን መጭመቂያ አዘጋጀ፤ ማማም ሠራለት፤ ከዚያም ለገበሬዎች አከራይቶ ወደ ሌላ አገር ሄደ። |
56,048 | am_tg | ወቅቱ ሲደርስ ከወይኑ ፍሬ ድርሻውን ከገበሬዎቹ እንዲያመጣለት አንድ ባሪያ ወደ እነሱ ላከ። | ግዜኡ ምስ በጽሐ፡ ካብቶም ሓረስቶት ፍረ እቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ኼምጽኣሉ ኢሉ፡ ናባታቶም ባርያ ለኣኸ። |
56,049 | tg_am | ግዜኡ ምስ በጽሐ፡ ካብቶም ሓረስቶት ፍረ እቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ኼምጽኣሉ ኢሉ፡ ናባታቶም ባርያ ለኣኸ። | ወቅቱ ሲደርስ ከወይኑ ፍሬ ድርሻውን ከገበሬዎቹ እንዲያመጣለት አንድ ባሪያ ወደ እነሱ ላከ። |
56,050 | am_tg | እነሱ ግን ይዘው ደበደቡት፤ ባዶ እጁንም ሰደዱት። | ንሳቶም ግና ሒዞም ወቕዕዎ፡ ጥራይ ኢዱ ድማ ሰደድዎ። |
56,051 | tg_am | ንሳቶም ግና ሒዞም ወቕዕዎ፡ ጥራይ ኢዱ ድማ ሰደድዎ። | እነሱ ግን ይዘው ደበደቡት፤ ባዶ እጁንም ሰደዱት። |
56,052 | am_tg | በድጋሚ ሌላ ባሪያ ወደ እነሱ ላከ፤ እሱንም ራሱን ፈነከቱት፤ ደግሞም አዋረዱት። | ከም ብሓድሽ፡ ካልእ ባርያ ናባታቶም ለኣኸ፣ ንዕኡ እውን ርእሱ ፈግእዎን ኣሕሰርዎን። |
56,053 | tg_am | ከም ብሓድሽ፡ ካልእ ባርያ ናባታቶም ለኣኸ፣ ንዕኡ እውን ርእሱ ፈግእዎን ኣሕሰርዎን። | በድጋሚ ሌላ ባሪያ ወደ እነሱ ላከ፤ እሱንም ራሱን ፈነከቱት፤ ደግሞም አዋረዱት። |
56,054 | am_tg | ሌላም ባሪያ ላከ፤ እሱን ደግሞ ገደሉት፤ ሌሎች ብዙዎችንም ላከ፤ አንዳንዶቹን ደበደቡ፤ አንዳንዶቹን ደግሞ ገደሉ። | ካልእ ድማ ለኣኸ፡ ንዕኡ እውን ቀተልዎ፣ ብዙሓት ካልኦት ከኣ ለኣኸ፡ ንገሊኣቶም ወቕዕዎም፡ ንገሊኣቶም ድማ ቀተልዎም። |
56,055 | tg_am | ካልእ ድማ ለኣኸ፡ ንዕኡ እውን ቀተልዎ፣ ብዙሓት ካልኦት ከኣ ለኣኸ፡ ንገሊኣቶም ወቕዕዎም፡ ንገሊኣቶም ድማ ቀተልዎም። | ሌላም ባሪያ ላከ፤ እሱን ደግሞ ገደሉት፤ ሌሎች ብዙዎችንም ላከ፤ አንዳንዶቹን ደበደቡ፤ አንዳንዶቹን ደግሞ ገደሉ። |
56,056 | am_tg | አሁን የቀረው የሚወደው ልጁ ነበር። ‘መቼም ልጄን ያከብሩታል’ በማለት በመጨረሻ እሱን ላከው። | ገና ሓደ ፍቑር ወዲ ነበሮ። ኣብ መወዳእታ፡ ‘ንወደይሲ ኺሓፍርዎ እዮም’ ኢሉ ናባታቶም ለኣኾ። |
56,057 | tg_am | ገና ሓደ ፍቑር ወዲ ነበሮ። ኣብ መወዳእታ፡ ‘ንወደይሲ ኺሓፍርዎ እዮም’ ኢሉ ናባታቶም ለኣኾ። | አሁን የቀረው የሚወደው ልጁ ነበር። ‘መቼም ልጄን ያከብሩታል’ በማለት በመጨረሻ እሱን ላከው። |
56,058 | am_tg | እነዚያ ገበሬዎች ግን እርስ በርሳቸው ‘ወራሹ ይሄ ነው። ኑ እንግደለው፤ ርስቱም የእኛ ይሆናል’ ተባባሉ። | እቶም ሓረስቶት ግና ንሓድሕዶም፡ ‘እዚ እቲ ወራሲ እዩ። ንዑ ንቕተሎ እሞ፡ ርስቱ ናትና ኪኸውን እዩ’ ተባሃሃሉ። |
56,059 | tg_am | እቶም ሓረስቶት ግና ንሓድሕዶም፡ ‘እዚ እቲ ወራሲ እዩ። ንዑ ንቕተሎ እሞ፡ ርስቱ ናትና ኪኸውን እዩ’ ተባሃሃሉ። | እነዚያ ገበሬዎች ግን እርስ በርሳቸው ‘ወራሹ ይሄ ነው። ኑ እንግደለው፤ ርስቱም የእኛ ይሆናል’ ተባባሉ። |
56,060 | am_tg | ስለዚህ ይዘው ገደሉት፤ ከወይን እርሻውም አውጥተው ጣሉት። | ሒዞም ድማ ቀተልዎ፡ ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ናብ ወጻኢ ኸኣ ደርበይዎ። |
56,061 | tg_am | ሒዞም ድማ ቀተልዎ፡ ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ናብ ወጻኢ ኸኣ ደርበይዎ። | ስለዚህ ይዘው ገደሉት፤ ከወይን እርሻውም አውጥተው ጣሉት። |
56,062 | am_tg | እንግዲህ የወይኑ እርሻ ባለቤት ምን የሚያደርግ ይመስላችኋል? ይመጣና ገበሬዎቹን ይገድላል፤ የወይን እርሻውንም ለሌሎች ይሰጣል። | እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ እንታይ ኪገብር እዩ፧ መጺኡ ነቶም ሓረስቶት ኪቐትሎም፡ ነቲ ኣታኽልቲ ወይኒ እውን ንኻልኦት ኪህቦ እዩ። |
56,063 | tg_am | እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ እንታይ ኪገብር እዩ፧ መጺኡ ነቶም ሓረስቶት ኪቐትሎም፡ ነቲ ኣታኽልቲ ወይኒ እውን ንኻልኦት ኪህቦ እዩ። | እንግዲህ የወይኑ እርሻ ባለቤት ምን የሚያደርግ ይመስላችኋል? ይመጣና ገበሬዎቹን ይገድላል፤ የወይን እርሻውንም ለሌሎች ይሰጣል። |
56,064 | am_tg | እንዲህ የሚለውን የቅዱሳን መጻሕፍት ቃል አላነበባችሁም? ‘ግንበኞች የናቁት ድንጋይ፣ የማዕዘን ራስ ድንጋይ ሆነ። | ከምዚ ዚብል ቅዱስ ጽሑፍዶ ኸቶ ኣየንበብኩምን፦ ‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን ኰይኑ ኣሎ። |
56,065 | tg_am | ከምዚ ዚብል ቅዱስ ጽሑፍዶ ኸቶ ኣየንበብኩምን፦ ‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን ኰይኑ ኣሎ። | እንዲህ የሚለውን የቅዱሳን መጻሕፍት ቃል አላነበባችሁም? ‘ግንበኞች የናቁት ድንጋይ፣ የማዕዘን ራስ ድንጋይ ሆነ። |
56,066 | am_tg | ይህ የይሖዋ ሥራ ነው፤ ለዓይናችንም ድንቅ ነው።’” | እዚ ኻብ የሆዋ እዩ ዀይኑ፣ ኣብ ኣዒንትና እውን ድንቂ እዩ።’” |
56,067 | tg_am | እዚ ኻብ የሆዋ እዩ ዀይኑ፣ ኣብ ኣዒንትና እውን ድንቂ እዩ።’” | ይህ የይሖዋ ሥራ ነው፤ ለዓይናችንም ድንቅ ነው።’” |
56,068 | am_tg | በዚህ ጊዜ ምሳሌውን የተናገረው እነሱን አስቦ እንደሆነ ስለተረዱ ሊይዙት ፈለጉ። ሆኖም ሕዝቡን ስለፈሩ ትተውት ሄዱ። | እዛ ምሳሌ እዚኣ ብዛዕባኦም ከም እተዛረባ ፈሊጦም ነበሩ እሞ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚሕዝዎ መገዲ ደለዩ፣ ነቲ ህዝቢ ግና ፈርሁ። ሓዲጎምዎ ድማ ከዱ። |
56,069 | tg_am | እዛ ምሳሌ እዚኣ ብዛዕባኦም ከም እተዛረባ ፈሊጦም ነበሩ እሞ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚሕዝዎ መገዲ ደለዩ፣ ነቲ ህዝቢ ግና ፈርሁ። ሓዲጎምዎ ድማ ከዱ። | በዚህ ጊዜ ምሳሌውን የተናገረው እነሱን አስቦ እንደሆነ ስለተረዱ ሊይዙት ፈለጉ። ሆኖም ሕዝቡን ስለፈሩ ትተውት ሄዱ። |
56,070 | am_tg | ከዚያም በንግግሩ ሊያጠምዱት ፈልገው አንዳንድ ፈሪሳውያንን እና የሄሮድስ ሥርወ መንግሥት ደጋፊዎችን ወደ እሱ ላኩ። | ድሕርዚ፡ ብዘረባኡ ምእንቲ ኺሕዝዎ፡ ገለ ኻብ ፈሪሳውያንን ካብ ሄሮድሳውያንን ለኣኹሉ። |
56,071 | tg_am | ድሕርዚ፡ ብዘረባኡ ምእንቲ ኺሕዝዎ፡ ገለ ኻብ ፈሪሳውያንን ካብ ሄሮድሳውያንን ለኣኹሉ። | ከዚያም በንግግሩ ሊያጠምዱት ፈልገው አንዳንድ ፈሪሳውያንን እና የሄሮድስ ሥርወ መንግሥት ደጋፊዎችን ወደ እሱ ላኩ። |
56,072 | am_tg | እነሱም መጥተው እንዲህ አሉት፦ “መምህር፣ አንተ እውነተኛ እንደሆንክና ለመወደድ ብለህ ምንም ነገር እንደማታደርግ፣ የሰውንም ውጫዊ ማንነት አይተህ እንደማትፈርድ፣ ከዚህ ይልቅ የአምላክን መንገድ በእውነት እንደምታስተምር እናውቃለን። ለመሆኑ ለቄሳር ግብር መክፈል ይገባል ወይስ አይገባም? | መጺኦም ድማ፡ “መምህር፡ ሓቀኛ ምዃንካ፡ ደጋዊ ትርኢት ሰብ ርኢኻ ስለ ዘይተዳሉ ድማ ከም ዘይዓጅበካ፡ የግዳስ መገዲ ኣምላኽ ብሓቂ ኸም እትምህር ንፈልጥ ኢና። ንቄሳር ግብሪ ምሃብሲ ተፈቒዱ ድዩ ወይስ ኣይፋልን፧ |
56,073 | tg_am | መጺኦም ድማ፡ “መምህር፡ ሓቀኛ ምዃንካ፡ ደጋዊ ትርኢት ሰብ ርኢኻ ስለ ዘይተዳሉ ድማ ከም ዘይዓጅበካ፡ የግዳስ መገዲ ኣምላኽ ብሓቂ ኸም እትምህር ንፈልጥ ኢና። ንቄሳር ግብሪ ምሃብሲ ተፈቒዱ ድዩ ወይስ ኣይፋልን፧ | እነሱም መጥተው እንዲህ አሉት፦ “መምህር፣ አንተ እውነተኛ እንደሆንክና ለመወደድ ብለህ ምንም ነገር እንደማታደርግ፣ የሰውንም ውጫዊ ማንነት አይተህ እንደማትፈርድ፣ ከዚህ ይልቅ የአምላክን መንገድ በእውነት እንደምታስተምር እናውቃለን። ለመሆኑ ለቄሳር ግብር መክፈል ይገባል ወይስ አይገባም? |
56,074 | am_tg | እንክፈል ወይስ አንክፈል?” እሱም ግብዝነታቸውን ተረድቶ “ለምን ትፈትኑኛላችሁ? እስቲ አንድ ዲናር አምጡና አሳዩኝ” አላቸው። | ንኽፈልዶ ኣይንኽፈል፧” በልዎ። ንሱ ድማ ግብዝናኦም ፈሊጡ፡ “ስለምንታይ ትፍትኑኒ ኣለኹም፧ ክርእዮስ ዲናር ኣምጽኡለይ” በሎም። |
56,075 | tg_am | ንኽፈልዶ ኣይንኽፈል፧” በልዎ። ንሱ ድማ ግብዝናኦም ፈሊጡ፡ “ስለምንታይ ትፍትኑኒ ኣለኹም፧ ክርእዮስ ዲናር ኣምጽኡለይ” በሎም። | እንክፈል ወይስ አንክፈል?” እሱም ግብዝነታቸውን ተረድቶ “ለምን ትፈትኑኛላችሁ? እስቲ አንድ ዲናር አምጡና አሳዩኝ” አላቸው። |
56,076 | am_tg | እነሱም አመጡለት፤ እሱም “ይህ ምስልና የተቀረጸው ጽሑፍ የማን ነው?” አላቸው። እነሱም “የቄሳር” አሉት። | ኣምጽኡሉ ኸኣ። ንሱ ድማ፡ “እዚ ምስልን ጽሕፈትን ናይ መን እዩ፧” በሎም። ንሳቶም፡ “ናይ ቄሳር” በልዎ። |
56,077 | tg_am | ኣምጽኡሉ ኸኣ። ንሱ ድማ፡ “እዚ ምስልን ጽሕፈትን ናይ መን እዩ፧” በሎም። ንሳቶም፡ “ናይ ቄሳር” በልዎ። | እነሱም አመጡለት፤ እሱም “ይህ ምስልና የተቀረጸው ጽሑፍ የማን ነው?” አላቸው። እነሱም “የቄሳር” አሉት። |
56,078 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ “የቄሳር የሆነውን ለቄሳር፣ የአምላክ የሆነውን ደግሞ ለአምላክ ስጡ” አላቸው። እነሱም በእሱ ተደነቁ። | ሽዑ የሱስ፡ “ናይ ቄሳር ንቄሳር፡ ናይ ኣምላኽ እውን ንኣምላኽ ሃቡ” በሎም። ብእኡ ድማ ገረሞም። |
56,079 | tg_am | ሽዑ የሱስ፡ “ናይ ቄሳር ንቄሳር፡ ናይ ኣምላኽ እውን ንኣምላኽ ሃቡ” በሎም። ብእኡ ድማ ገረሞም። | ከዚያም ኢየሱስ “የቄሳር የሆነውን ለቄሳር፣ የአምላክ የሆነውን ደግሞ ለአምላክ ስጡ” አላቸው። እነሱም በእሱ ተደነቁ። |
56,080 | am_tg | በትንሣኤ የማያምኑት ሰዱቃውያን ደግሞ መጥተው እንዲህ ሲሉ ጠየቁት፦ | እቶም ትንሳኤ የልቦን ዚብሉ ሰዱቃውያን ከኣ ናብኡ መጺኦም ከምዚ ኢሎም ሓተትዎ፦ |
56,081 | tg_am | እቶም ትንሳኤ የልቦን ዚብሉ ሰዱቃውያን ከኣ ናብኡ መጺኦም ከምዚ ኢሎም ሓተትዎ፦ | በትንሣኤ የማያምኑት ሰዱቃውያን ደግሞ መጥተው እንዲህ ሲሉ ጠየቁት፦ |
56,082 | am_tg | “መምህር፣ ሙሴ አንድ ሰው ልጅ ሳይወልድ ከሚስቱ በሞት ቢለይ ወንድሙ ሚስትየዋን አግብቶ ለወንድሙ ዘር መተካት እንዳለበት ጽፎልናል። | “መምህር፡ ሓደ ሰብ ሰበይቲ ሓዲጉ፡ ውሉድ ግና ከይሓደገ እንተ ሞይቱ፡ ሓዉ ነታ ሰበይቱ ኺወርሳ እሞ፡ ካብኣ ንሓዉ ዘርኢ ኼተንስኣሉ ኸም ዘለዎ ሙሴ ጽሒፉልና። |
56,083 | tg_am | “መምህር፡ ሓደ ሰብ ሰበይቲ ሓዲጉ፡ ውሉድ ግና ከይሓደገ እንተ ሞይቱ፡ ሓዉ ነታ ሰበይቱ ኺወርሳ እሞ፡ ካብኣ ንሓዉ ዘርኢ ኼተንስኣሉ ኸም ዘለዎ ሙሴ ጽሒፉልና። | “መምህር፣ ሙሴ አንድ ሰው ልጅ ሳይወልድ ከሚስቱ በሞት ቢለይ ወንድሙ ሚስትየዋን አግብቶ ለወንድሙ ዘር መተካት እንዳለበት ጽፎልናል። |
56,084 | am_tg | ሰባት ወንድማማቾች ነበሩ። የመጀመሪያው ሚስት አገባና ዘር ሳይተካ ሞተ። | ሸውዓተ ኣሕዋት ነበሩ። እቲ ቐዳማይ ሰበይቲ ኣእተወ፡ ኪመውት ከሎ ግና ዘርኢ ኣይሓደገን። |
56,085 | tg_am | ሸውዓተ ኣሕዋት ነበሩ። እቲ ቐዳማይ ሰበይቲ ኣእተወ፡ ኪመውት ከሎ ግና ዘርኢ ኣይሓደገን። | ሰባት ወንድማማቾች ነበሩ። የመጀመሪያው ሚስት አገባና ዘር ሳይተካ ሞተ። |
56,086 | am_tg | ከዚያም ሁለተኛው አገባት፤ ሆኖም ዘር ሳይተካ ሞተ፤ ሦስተኛውም እንዲሁ፤ | እቲ ኻልኣይ ድማ ወረሳ፡ ዘርኢ ኸይሓደገ ግና ሞተ። እቲ ሳልሳይ ከኣ ከምኡ። |
56,087 | tg_am | እቲ ኻልኣይ ድማ ወረሳ፡ ዘርኢ ኸይሓደገ ግና ሞተ። እቲ ሳልሳይ ከኣ ከምኡ። | ከዚያም ሁለተኛው አገባት፤ ሆኖም ዘር ሳይተካ ሞተ፤ ሦስተኛውም እንዲሁ፤ |
56,088 | am_tg | ሰባቱም ዘር አልተኩም። በመጨረሻም ሴትየዋ ሞተች። | ሸውዓቲኦም ድማ ዘርኢ ኣይሓደጉን። ድሕሪ ዅላቶም፡ እታ ሰበይቲ ሞተት። |
56,089 | tg_am | ሸውዓቲኦም ድማ ዘርኢ ኣይሓደጉን። ድሕሪ ዅላቶም፡ እታ ሰበይቲ ሞተት። | ሰባቱም ዘር አልተኩም። በመጨረሻም ሴትየዋ ሞተች። |
56,090 | am_tg | እንግዲህ ሰባቱም ስላገቧት በትንሣኤ ለየትኛው ሚስት ትሆናለች?” | ንሸውዓቲኦም ሰበይቲ ዀይናቶም ነይራ እያ እሞ፡ ብትንሳኤ ሰበይቲ መኖም ክትከውን እያ፧” |
56,091 | tg_am | ንሸውዓቲኦም ሰበይቲ ዀይናቶም ነይራ እያ እሞ፡ ብትንሳኤ ሰበይቲ መኖም ክትከውን እያ፧” | እንግዲህ ሰባቱም ስላገቧት በትንሣኤ ለየትኛው ሚስት ትሆናለች?” |
56,092 | am_tg | ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ የምትሳሳቱት ቅዱሳን መጻሕፍትንም ሆነ የአምላክን ኃይል ባለማወቃችሁ አይደለም? | የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ቅዱሳት ጽሑፋት ኰነ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ደይኰነን እትጋገዩ ዘለኹም፧ |
56,093 | tg_am | የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ቅዱሳት ጽሑፋት ኰነ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ደይኰነን እትጋገዩ ዘለኹም፧ | ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ የምትሳሳቱት ቅዱሳን መጻሕፍትንም ሆነ የአምላክን ኃይል ባለማወቃችሁ አይደለም? |
56,094 | am_tg | ከሞት በሚነሱበት ጊዜ ወንዶችም አያገቡም ሴቶችም አይዳሩም፤ ከዚህ ይልቅ በሰማያት እንዳሉ መላእክት ይሆናሉ። | ካብ ምዉታት ምስ ተንስኡስ፡ ኣብ ሰማያት ከም ዘለዉ መላእኽቲ ደኣ እዮም ዚዀኑ እምበር፡ ኣይምርዓዉ ኣየመርዕዉ። |
56,095 | tg_am | ካብ ምዉታት ምስ ተንስኡስ፡ ኣብ ሰማያት ከም ዘለዉ መላእኽቲ ደኣ እዮም ዚዀኑ እምበር፡ ኣይምርዓዉ ኣየመርዕዉ። | ከሞት በሚነሱበት ጊዜ ወንዶችም አያገቡም ሴቶችም አይዳሩም፤ ከዚህ ይልቅ በሰማያት እንዳሉ መላእክት ይሆናሉ። |
56,096 | am_tg | ስለ ሙታን መነሳት ግን በሙሴ መጽሐፍ፣ ስለ ቁጥቋጦው በሚገልጸው ታሪክ ላይ አምላክ ሙሴን ‘እኔ የአብርሃም አምላክ፣ የይስሐቅ አምላክና የያዕቆብ አምላክ ነኝ’ እንዳለው አላነበባችሁም? | ብዛዕባ ምዉታት ከም ዚትንስኡ ግና፡ ኣብ መጽሓፍ ሙሴ፡ ኣምላኽ ኣብቲ ብዛዕባ እታ ኣሻዅ ቈጥቋጥ ዚገልጽ ዛንታ፡ ‘ኣነ ኣምላኽ ኣብርሃምን ኣምላኽ ይስሃቅን ኣምላኽ ያእቆብን እየ’ ኸም ዝበሎዶ ኣየንበብኩምን ኢኹም፧ |
56,097 | tg_am | ብዛዕባ ምዉታት ከም ዚትንስኡ ግና፡ ኣብ መጽሓፍ ሙሴ፡ ኣምላኽ ኣብቲ ብዛዕባ እታ ኣሻዅ ቈጥቋጥ ዚገልጽ ዛንታ፡ ‘ኣነ ኣምላኽ ኣብርሃምን ኣምላኽ ይስሃቅን ኣምላኽ ያእቆብን እየ’ ኸም ዝበሎዶ ኣየንበብኩምን ኢኹም፧ | ስለ ሙታን መነሳት ግን በሙሴ መጽሐፍ፣ ስለ ቁጥቋጦው በሚገልጸው ታሪክ ላይ አምላክ ሙሴን ‘እኔ የአብርሃም አምላክ፣ የይስሐቅ አምላክና የያዕቆብ አምላክ ነኝ’ እንዳለው አላነበባችሁም? |
56,098 | am_tg | እሱ የሕያዋን እንጂ የሙታን አምላክ አይደለም። እናንተ እጅግ ተሳስታችኋል።” | ንሱ ኣምላኽ ህያዋን እዩ እምበር፡ ኣምላኽ ምዉታትሲ ኣይኰነን። ብዙሕ ተጋጊኹም።” |
56,099 | tg_am | ንሱ ኣምላኽ ህያዋን እዩ እምበር፡ ኣምላኽ ምዉታትሲ ኣይኰነን። ብዙሕ ተጋጊኹም።” | እሱ የሕያዋን እንጂ የሙታን አምላክ አይደለም። እናንተ እጅግ ተሳስታችኋል።” |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.