Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
56,100
am_tg
ከጸሐፍት ወገን የሆነ አንድ ሰው መጥቶ ሲከራከሩ ይሰማ ነበር፤ ኢየሱስ ጥሩ አድርጎ እንደመለሰላቸው አስተውሎ “ከትእዛዛት ሁሉ የመጀመሪያው የትኛው ነው?” ሲል ጠየቀው።
ሓደ ኻብቶም ዝመጹ ጸሓፍቲ ኺከራኸሩ ሰሚዑ፡ ጽቡቕ ከም ዝመለሰሎም ከኣ ፈሊጡ፡ “ኣየነይቲ ትእዛዝ እያ ኻብ ኵለን ቀዳመይቲ፧” ኢሉ ሓተቶ።
56,101
tg_am

56,102
am_tg
ኢየሱስ እንዲህ ሲል መለሰ፦ “የመጀመሪያው ይህ ነው፦ ‘እስራኤል ሆይ ስማ፤ ይሖዋ አምላካችን አንድ ይሖዋ ነው፤
የሱስ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “እታ ቐዳመይቲ እዚኣ እያ፦ ‘ኦ እስራኤል፡ ስማዕ፡ የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ፣
56,103

56,104
am_tg
አንተም አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህ፣ በሙሉ አእምሮህና በሙሉ ኃይልህ ውደድ።’
ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ብምሉእ ሓይልኻን ኣፍቅሮ።’
56,105

56,106
am_tg
ሁለተኛው ደግሞ ‘ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ’ የሚል ነው። ከእነዚህ የሚበልጥ ሌላ ትእዛዝ የለም።”
እታ ኻልአይቲ እዚኣ እያ፦ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።’ ካብዚኣተን እትዓቢ ኻልእ ትእዛዝ የላን።”
56,107

56,108
am_tg
ጸሐፊውም እንዲህ አለው፦ “መምህር፣ የተናገርከው እውነት ነው፤ ‘እሱ አንድ ነው፤ ከእሱ ሌላ አምላክ የለም’፤
እቲ ጸሓፊ ኸኣ፡ “መምህር፡ ብሓቂ ጽቡቕ ተዛሪብካ፡ ‘ንሱ ሓደ እዩ፡ ብዘይካኡ ድማ ካልእ የልቦን’፣
56,109

56,110
am_tg
እሱን በሙሉ ልብ፣ በሙሉ አእምሮና በሙሉ ኃይል መውደድ እንዲሁም ባልንጀራን እንደ ራስ መውደድ፣ ሙሉ በሙሉ ከሚቃጠል መባና ከመሥዋዕት ሁሉ እጅግ ይበልጣል።”
ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ብምሉእ ሓይልኻን ከተፍቅሮ፡ ንብጻይካ እውን ከም ነፍስኻ ኸተፍቅሮ፡ እዚ ኻብ ኵሉ እቲ ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕሩድን ይበልጽ” በሎ።
56,111

56,112
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ በማስተዋል እንደመለሰ ተረድቶ “አንተ ከአምላክ መንግሥት የራቅክ አይደለህም” አለው። ከዚህ በኋላ ግን ሊጠይቀው የደፈረ አልነበረም።
የሱስ ድማ ብምስትውዓል ከም ዝመለሰ ርእዩ፡ “ንስኻስ ካብ መንግስቲ ኣምላኽ ርሑቕ ኣይኰንካን” በሎ። ደጊሙ ኺሓትቶ ዝደፈረ ግና ሓደ እኳ ኣይነበረን።
56,113

56,114
am_tg
ይሁን እንጂ ኢየሱስ ቤተ መቅደሱ ውስጥ እያስተማረ ሳለ እንዲህ አለ፦ “ጸሐፍት ክርስቶስ የዳዊት ልጅ ነው እንዴት ይላሉ?
የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ኪምህር ከሎ ድማ፡ ከምዚ በለ፦ “ጸሓፍቲ ኸመይ ኢሎም እዮም ‘ክርስቶስ ወዲ ዳዊት እዩ’ ዚብሉ፧
56,115

56,116
am_tg
ዳዊት ራሱ በመንፈስ ቅዱስ ሲናገር ‘ይሖዋ ጌታዬን “ጠላቶችህን ከእግርህ በታች እስካደርግልህ ድረስ በቀኜ ተቀመጥ” አለው’ ብሏል።
ዳዊት ባዕሉ ብመንፈስ ቅዱስ፡ ‘የሆዋ ንጐይታይ፡ “ንጸላእትኻ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ’ ኢሉ እዩ።
56,117

56,118
am_tg
ዳዊት ራሱ ጌታ ብሎ ከጠራው እንዴት ልጁ ይሆናል?” ሕዝቡም በደስታ ያዳምጠው ነበር።
ዳዊት ባዕሉ፡ ‘ጐይታይ’ ካብ ዚብሎ፡ ከመይ ኢሉ ወዱ ይኸውን፧” ብዙሕ ህዝቢ ድማ ባህ ኢልዎ ይሰምዖ ነበረ።
56,119

56,120
am_tg
ማስተማሩንም በመቀጠል እንዲህ አለ፦ “ከጸሐፍት ተጠንቀቁ፤ ዘርፋፋ ልብስ ለብሰው መዞር ይወዳሉ፤ በገበያ ቦታም ሰዎች እጅ እንዲነሷቸው ይፈልጋሉ፤
ኣብ ትምህርቱ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ካብቶም ወለል ዚብል ክዳን ተኸዲኖም ዚዞሩን ኣብ ዕዳጋ ሰላምታ ኺውሃቦም ዚደልዩን ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ፣
56,121

56,122
am_tg
በምኩራብ ከፊት መቀመጥ፣ በራት ግብዣ ላይም የክብር ቦታ ይፈልጋሉ።
ኣብ ምኵራባት ቀዳሞት መናብር፡ ኣብ ድራር ከኣ ምርኡይ ቦታ ይደልዩ እዮም።
56,123

56,124
am_tg
የመበለቶችን ቤት ያራቁታሉ፤ ለታይታ ብለውም ጸሎታቸውን ያስረዝማሉ። እነዚህ የከፋ ፍርድ ይጠብቃቸዋል።”
ንሳቶም ኣባይቲ መበለታት ይውሕጡ፡ ምእንቲ ኺርኣዩ ድማ ጸሎት የንውሑ እዮም። እዚኣቶም ዝገደደ ፍርዲ ኪቕበሉ እዮም።”
56,125

56,126
am_tg
ኢየሱስ በመዋጮ ሣጥኖቹ ትይዩ ተቀምጦ ሕዝቡ በመዋጮ ሣጥኖቹ ውስጥ ገንዘብ እንዴት እንደሚከቱ ይመለከት ጀመር፤ ብዙ ሀብታሞችም ብዙ ሳንቲሞች ይከቱ ነበር።
ኣብ መንጽር እቲ መመጽወቲ ተቐሚጡ፡ እቶም ህዝቢ ኣብቲ መመጽወቲ ኸመይ ገይሮም ገንዘብ የውድቑ ኸም ዝነበሩ ረኣየ፣ ብዙሓት ሃብታማት ከኣ ብዙሕ ሰልዲ የውድቑ ነበሩ።
56,127

56,128
am_tg
በዚህ ጊዜ አንዲት ድሃ መበለት መጥታ በጣም አነስተኛ ዋጋ ያላቸው ሁለት ትናንሽ ሳንቲሞች ከተተች።
ሓንቲ ድኻ መበለት እውን መጸት እሞ፡ ዚረብሕ ዋጋ ዘይብለን ክልተ ሰናቲም ኣውደቐት።
56,129

56,130
am_tg
ኢየሱስም ደቀ መዛሙርቱን ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ በመዋጮ ሣጥኖቹ ውስጥ ገንዘብ ከጨመሩት ሁሉ የበለጠ የሰጠችው ይህች ድሃ መበለት ነች።
ንደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እዛ ድኻ መበለት እዚኣ፡ ካብ ናይ ኵሎም እዞም ኣብቲ መመጽወቲ እቲ ገንዘብ ዜውድቑ ዘለዉ ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ።
56,131

56,132
am_tg
ሁሉም የሰጡት ከትርፋቸው ነውና፤ እሷ ግን በድሃ አቅሟ ያላትን ሁሉ፣ መተዳደሪያዋን በጠቅላላ ሰጥታለች።”
ኵላቶምሲ ኻብ ተረፎም እዮም ኣውዲቖም፡ ንሳ ግና ካብ ስእነታ፡ ዘለዋ ዘበለ ዅሉ መነባብሮኣ እያ ኣውዲቓ።”
56,133

56,134
am_tg
ከዚያ ተነስቶ ወደ ትውልድ አገሩ መጣ፤ ደቀ መዛሙርቱም ተከተሉት።
ካብኡ ነቒሉ ናብ ዓዱ መጸ፣ ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ሰዓብዎ።
56,135

56,136
am_tg
እሱም በሰንበት ቀን በምኩራብ ማስተማር ጀመረ፤ የሰሙትም አብዛኞቹ ሰዎች በመገረም እንዲህ አሉ፦ “ይህ ሰው እነዚህን ነገሮች የተማረው ከየት ነው? ይህን ጥበብ ያገኘውስ እንዴት ነው? ደግሞስ እንዲህ ያሉ ተአምራትን ማከናወን የቻለው እንዴት ነው?
ሰንበት ምስ ኰነ፡ ኣብ ምኵራብ ኪምህር ጀመረ፣ መብዛሕትኦም ካብቶም ዝሰምዕዎ ኸኣ ተገረሙ፣ ከምዚ ድማ በሉ፦ “እዚ ሰብ እዚ፡ ነዚ ኻበይ ረኺብዎ፧ እዚ ጥበብ እዚ ንዕኡ እተዋህቦን ብኣእዳዉ ኸምዚ ዝበለ ግብርታት ሓይሊ እተገብረንከ ስለምንታይ እዩ፧
56,137

56,138
am_tg
ይህ አናጺው የማርያም ልጅ እንዲሁም የያዕቆብ፣ የዮሴፍ፣ የይሁዳና የስምዖን ወንድም አይደለም? እህቶቹስ የሚኖሩት ከእኛው ጋር አይደለም?” ከዚህም የተነሳ ተሰናከሉበት።
እዝስ እቲ ጸራቢ ወዲ ማርያም፡ ሓው ያእቆብን ዮሴፍን ይሁዳን ስምኦንን ደይኰነን፧ ኣሓቱስ ኣብዚ ምሳናዶ የለዋን፧” ብእኡ ድማ ተዓንቀፉ።
56,139

56,140
am_tg
ኢየሱስ ግን “ነቢይ በገዛ አገሩ፣ በዘመዶቹ ዘንድና በገዛ ቤቱ ካልሆነ በስተቀር በሌላ ቦታ ሁሉ ይከበራል” አላቸው።
የሱስ ግና፡ “ነብዪ ብዘይካ ኣብ ዓዱን ኣብ ኣዝማዱን ኣብ ቤቱን ኣይነዓቕን እዩ” በሎም።
56,141

56,142
am_tg
ስለሆነም ጥቂት ሕመምተኞች ላይ እጁን በመጫን ከመፈወስ በቀር በዚያ ሌላ ተአምር መፈጸም አልቻለም።
ኣብኡ ኸኣ፡ ብዘይካ ንሒደት ሕሙማት ኣእዳዉ ኣንቢሩ ዘሕወዮም እምበር፡ ግብሪ ሓይሊ ኺገብር ኣይከኣለን።
56,143

56,144
am_tg
እንዲያውም ባለማመናቸው እጅግ ተደነቀ። ከዚህ በኋላ በዙሪያው ባሉት መንደሮች እየተዘዋወረ አስተማረ።
ብዘይምእማኖም ድማ ገረሞ። እናመሃረ ኸኣ ኣብተን ኣብቲ ኸባቢ ዝነበራ ኣቝሻት ዞረ።
56,145

56,146
am_tg
አሥራ ሁለቱን ከጠራ በኋላ ሁለት ሁለት አድርጎ ላካቸው፤ ርኩሳን መናፍስትን እንዲያዝዙም ሥልጣን ሰጣቸው።
ነቶም ዓሰርተው ክልተ ድማ ጸውዖም፣ በብኽልተ ኺልእኮም እውን ጀመረ፣ ርኹሳት መናፍስቲ ኼውጽኡ ኸኣ ስልጣን ሃቦም።
56,147

56,148
am_tg
ደግሞም ከበትር በስተቀር ለጉዟቸው ዳቦም ሆነ የምግብ ከረጢት እንዲሁም በመቀነታቸው ገንዘብ እንዳይዙ አዘዛቸው፤
ንመገዲ ድማ በትሪ ጥራይ እምበር፡ እንጌራ ዀነ፡ ለቘታ ስንቂ ዀነ፡ ገንዘብ እኳ ኣብ ቅናውቶም ከይማልኡ ኣዘዞም፣
56,149

56,150
am_tg
በተጨማሪም ሁለት ልብስ እንዳይዙ፣ ጫማ ግን እንዲያደርጉ ነገራቸው።
ኣሳእኖም ኪወድዩ እምበር፡ ክልተ ቐምሽ ከይክደኑ ነገሮም።
56,151

56,152
am_tg
አክሎም እንዲህ አላቸው፦ “ወደ አንድ ቤት ስትገቡ አካባቢውን ለቃችሁ እስክትሄዱ ድረስ እዚያው ቆዩ።
ከምዚ እውን በሎም፦ “ኣብ እትኣትውዋ ቤት፡ ካብኣ ኽሳዕ እትወጹ፡ ኣብኣ ተቐመጡ።
56,153

56,154
am_tg
ነገር ግን የሚቀበላችሁ ወይም የሚሰማችሁ ካጣችሁ ከዚያ ቦታ ስትወጡ ምሥክር እንዲሆንባቸው የእግራችሁን አቧራ አራግፉ።”
ኣብታ ዘይተቐበሉኹም ወይስ ዘይሰምዑኹም ቦታ፡ ካብኣ ወጺእኩም፡ ንምስክር ምእንቲ ኪዀኖም፡ ደሮና ኣእጋርኩም ንገፉ።”
56,155

56,156
am_tg
እነሱም ከዚያ ወጥተው ሰዎች ንስሐ ይገቡ ዘንድ ሰበኩ፤
ንሳቶም ድማ ከይዶም፡ ሰባት ምእንቲ ኺንስሑ ሰበኹ፣
56,157
tg_am
ንሳቶም ድማ ከይዶም፡ ሰባት ምእንቲ ኺንስሑ ሰበኹ፣
እነሱም ከዚያ ወጥተው ሰዎች ንስሐ ይገቡ ዘንድ ሰበኩ፤
56,158
am_tg
ብዙ አጋንንትም አስወጡ፤ እንዲሁም ብዙ ሕመምተኞችን ዘይት እየቀቡ ፈወሱ።
ብዙሓት ኣጋንንቲ ኣውጽኡ፣ ንብዙሓት ሕሙማት እውን ዘይቲ ለኽዮም ኣሕወይዎም።
56,159

56,160
am_tg
የኢየሱስ ስም በሰፊው ታውቆ ስለነበር ንጉሥ ሄሮድስ ይህን ሰማ፤ ሰዎችም “አጥማቂው ዮሐንስ ከሞት ተነስቷል፤ እንዲህ ያሉ ተአምራት መፈጸም የቻለውም ለዚህ ነው” ይሉ ነበር።
ስም የሱስ ተወርዩ ስለ ዝነበረ፡ ንጉስ ሄሮድስ ብዛዕባ እዚ ሰምዐ። ሰባት ከኣ፡ “ዮሃንስ መጥምቕ ካብ ምዉታት ተንሲኡ ኣሎ፣ ስለዚ ድማ እዩ ብእኡ ግብርታት ሓይሊ ዚግበር ዘሎ” ይብሉ ነበሩ።
56,161

56,162
am_tg
ሌሎች ግን “ኤልያስ ነው” ይሉ ነበር። ሌሎች ደግሞ “እንደቀድሞዎቹ ነቢያት ያለ ነቢይ ነው” ይሉ ነበር።
ካልኦት ግና፡ “ኤልያስ እዩ” ይብሉ ነበሩ። ካልኦት ከኣ፡ “ከም ሓደ ኻብ ናይ ጥንቲ ነብያት ዝበለ ነብዪ እዩ” ይብሉ ነበሩ።
56,163

56,164
am_tg
ሄሮድስ ግን ይህን በሰማ ጊዜ “እኔ ራሱን የቆረጥኩት ዮሐንስ ከሞት ተነስቷል” አለ።
ሄሮድስ ግና እዚ ምስ ሰምዐ፡ “እቲ ርእሱ ዘሰየፍክዎ ዮሃንስ፡ ንሱ ተንሲኡ” በለ።
56,165

56,166
am_tg
ሄሮድስ የወንድሙ የፊልጶስ ሚስት በሆነችው በሄሮድያዳ ምክንያት ሰዎች ልኮ ዮሐንስን በማስያዝ በሰንሰለት አስሮ ወህኒ አስገብቶት ነበር፤ ይህም የሆነው ሄሮድስ እሷን አግብቶ ስለነበር ነው።
ከመይሲ፡ ሄሮድስ ንዮሃንስ፡ ብሰሪ እታ እተመርዓዋ ሄሮድያዳ ሰበይቲ ፊልጶስ ሓዉ፡ ልኢኹ ሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣሲርዎ ነበረ።
56,167

56,168
am_tg
ዮሐንስ ሄሮድስን “የወንድምህን ሚስት እንድታገባ ሕግ አይፈቅድልህም” ይለው ነበር።
ምኽንያቱ፡ ዮሃንስ ንሄሮድስ፡ “ሰበይቲ ሓውካ ናትካ ኽትገብራ ኣይተፈቕደልካን” ይብሎ ነበረ።
56,169

56,170
am_tg
በመሆኑም ሄሮድያዳ በእሱ ላይ ቂም ይዛ ልትገድለው ትፈልግ ነበር፤ ሆኖም ይህን ማድረግ አልቻለችም።
ሄሮድያዳ ኸኣ ተቐየመቶ፡ ክትቀትሎ እውን ትደሊ ነበረት፣ ግናኸ ኣይከኣለትን።
56,171

56,172
am_tg
ሄሮድስ፣ ዮሐንስ ጻድቅና ቅዱስ ሰው መሆኑን ስለሚያውቅ ይፈራውና ጉዳት እንዳያገኘው ይጠብቀው ነበር። ዮሐንስ የሚናገረውን ሲሰማ ምን እንደሚያደርገው ግራ ይገባው የነበረ ቢሆንም በደስታ ያዳምጠው ነበር።
ሄሮድስሲ ንዮሃንስ፡ ጻድቕን ቅዱስን ሰብኣይ ምዃኑ ፈሊጡ ይፈርሆ ነበረ፣ ይሕልዎ ኸኣ ነበረ። መምስ ሰምዖ ድማ፡ ዚገብሮ ይጠፍኦ ነበረ፣ ግናኸ፡ ተሓጒሱ ይሰምዖ ነበረ።
56,173

56,174
am_tg
ይሁንና ሄሮድስ በልደት ቀኑ ከፍተኛ ባለሥልጣናቱን፣ የጦር አዛዦቹንና በገሊላ ያሉ ታላላቅ ሰዎችን ራት በጋበዘ ጊዜ ሄሮድያዳ ምቹ አጋጣሚ ተፈጠረላት።
ሄሮድስ ብመዓልቲ ልደቱ ንላዕለዎት ሰበ ስልጣኑን ንኣሕሉቕ ሽሕን ንኣውራታት ገሊላን ድራር ምስ ገበረሎም ግና፡ ምሽእቲ መዓልቲ መጸት።
56,175

56,176
am_tg
የሄሮድያዳ ልጅ ገብታ በመጨፈር ሄሮድስንና ከእሱ ጋር እየበሉ የነበሩትን አስደሰተቻቸው። ንጉሡም ልጅቷን “የፈለግሽውን ሁሉ ጠይቂኝ፣ እሰጥሻለሁ” አላት።
ጓል ሄሮድያዳ ኣትያ ሳዕስዐት፡ ንሄሮድስን ነቶም ምስኡ ኣብ መኣዲ እተቐመጡን ድማ ኣሐጐሰቶም። እቲ ንጉስ ነታ ጓል፡ “ዝደለኽዮ ለምንኒ እሞ ኽህበኪ እየ” በላ።
56,177

56,178
am_tg
ደግሞም “እስከ መንግሥቴ እኩሌታ እንኳ ቢሆን የምትጠይቂኝን ሁሉ እሰጥሻለሁ” ሲል ማለላት።
“ክሳዕ ፍርቂ መንግስተይ፡ ዝለመንክኒ ኽህበኪ እየ” ኢሉ እውን መሓለላ።
56,179

56,180
am_tg
እሷም ወደ እናቷ ሄዳ “ምን ብጠይቀው ይሻላል?” አለቻት። እናቷም “የአጥማቂው ዮሐንስን ራስ ጠይቂው” አለቻት።
ንሳ ድማ ወጺኣ ንኣዲኣ፡ “እንታይ ክልምኖ፧” በለታ። ንሳ ኸኣ፡ “ርእሲ ዮሃንስ መጥምቕ” በለታ።
56,181

56,182
am_tg
ወዲያውም ወደ ንጉሡ ፈጥና በመግባት “የመጥምቁ ዮሐንስን ራስ አሁኑኑ በሳህን እንድትሰጠኝ እፈልጋለሁ” ስትል ጠየቀችው።
ብኡብኡ፡ ቀልጢፋ ናብ ንጉስ ኣትያ፡ “ርእሲ ዮሃንስ መጥምቕ፡ ሕጂ ሕጂ ኣብ ሸሓኒ ጌርካ ኽትህበኒ እየ ዝደሊ” ኢላ ለመነት።
56,183

56,184
am_tg
ንጉሡ በዚህ እጅግ ቢያዝንም ስለገባው መሐላና ስለ እንግዶቹ ሲል እንቢ ሊላት አልፈለገም።
እቲ ንጉስ ኣዝዩ እኳ እንተ ሓዘነ፡ ስለቲ ማሕላኡን ስለቶም ኣጋይሹን ግና፡ ኪኣብያ ኣይደለየን።
56,185

56,186
am_tg
ከዚያም ንጉሡ ጠባቂውን ወዲያው ልኮ የዮሐንስን ራስ እንዲያመጣ አዘዘው። ጠባቂውም ሄዶ ወህኒ ቤት ውስጥ ራሱን ቆረጠው፤
ብኡብኡ ድማ፡ እቲ ንጉስ ንሓደ ዘብዐኛ፡ ርእሲ ዮሃንስ ኬምጽእ ኣዚዙ ለኣኾ። ንሱ ኸኣ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኸይዱ ርእሱ ሰየፎ።
56,187

56,188
am_tg
ራሱንም በሳህን ይዞ መጣ። ከዚያም ለልጅቷ ሰጣት፤ ልጅቷም ለእናቷ ሰጠቻት።
ርእሱ ኣብ ሸሓኒ ኣምጺኡ ድማ፡ ነታ ጓል ሃባ፣ እታ ጓል እውን ንኣዲኣ ሃበታ።
56,189

56,190
am_tg
ደቀ መዛሙርቱም ይህን በሰሙ ጊዜ መጥተው አስከሬኑን በመውሰድ በመቃብር አኖሩት።
ደቀ መዛሙርቱ ምስ ሰምዑ ድማ መጺኦም ሬሳኡ ወሲዶም፡ ኣብ መቓብር ኣንበርዎ።
56,191

56,192
am_tg
ሐዋርያቱ በኢየሱስ ዙሪያ ተሰብስበው ያደረጉትንና ያስተማሩትን ነገር ሁሉ ነገሩት።
እቶም ሃዋርያት ድማ፡ ናብ የሱስ ተኣከቡ፣ ዝገበርዎን ዝመሃርዎን ኵሉ ኸኣ ነገርዎ።
56,193

56,194
am_tg
እሱም “ለብቻችን ወደ አንድ ገለል ያለ ስፍራ እንሂድና በዚያ ትንሽ አረፍ በሉ” አላቸው። ብዙዎች ይመጡና ይሄዱ ስለነበር ምግብ ለመብላት እንኳ ፋታ አላገኙም።
ንምብላዕ እኳ ግዜ ኽሳዕ ዚስእኑ፡ ብዙሓት ይመጹን ይኸዱን ስለ ዝነበሩ፡ “ኣብ ጽምዊ ቦታ ብሕት ኢልኩም፡ ሓንሳእ ከተዕርፉስ፡ ንዑናይ” በሎም።
56,195

56,196
am_tg
ስለዚህ ብቻቸውን ለመሆን በጀልባ ተሳፍረው ገለል ወዳለ ስፍራ ሄዱ።
በይኖም ብጃልባ ናብ ጽምዊ ቦታ ኸዱ።
56,197

56,198
am_tg
ይሁንና ሰዎች ሲሄዱ አዩአቸው፤ ብዙዎችም መሄዳቸውን አወቁ፤ ስለሆነም ከከተሞች ሁሉ አንድ ላይ በእግር በመሮጥ ቀድመዋቸው ደረሱ።
ኪኸዱ ኸለዉ ግና፡ ሰባት ረኣይዎም፡ ብዙሓት እውን ፈለጡ፣ ካብ ኵለን ከተማታት ድማ፡ ብእግሪ ጐይዮም ቀደምዎም።
56,199