Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
56,200
am_tg
ኢየሱስም ከጀልባዋ ሲወርድ እጅግ ብዙ ሕዝብ ተመለከተ፤ እረኛ እንደሌላቸው በጎች ስለነበሩም በጣም አዘነላቸው። ብዙ ነገርም ያስተምራቸው ጀመር።
ምስ ወረደ፡ ብዙሕ ህዝቢ ረኣየ፣ ጓሳ ኸም ዘይብለን ኣባጊዕ ስለ ዝነበሩ፡ ደንገጸሎም። ብዙሕ ከኣ ኪምህሮም ጀመረ።
56,201
tg_am

56,202
am_tg
ሰዓቱ እየገፋ በመሄዱ ደቀ መዛሙርቱ ወደ እሱ ቀርበው እንዲህ አሉት፦ “ይህ ቦታ ራቅ ያለ ነው፤ ሰዓቱ ደግሞ ገፍቷል።
ግዜ ኸይዱ ስለ ዝነበረ ኸኣ፡ ደቀ መዛሙርቱ ናብኡ ቐሪቦም፡ “እዛ ቦታ እዚኣ ጽምውቲ እያ፡ ግዜ ድማ ከይዱ እዩ።
56,203

56,204
am_tg
በአካባቢው ወዳሉት ገጠሮችና መንደሮች ሄደው ለራሳቸው ምግብ እንዲገዙ አሰናብታቸው።”
ኣብ ከባቢና ናብ ዘሎ ገጠራትን ኣቝሻትን ከይዶም ዚብላዕ ኪዕድጉ፡ ኣሰናብቶም” በልዎ።
56,205

56,206
am_tg
እሱም መልሶ “እናንተ የሚበሉት ነገር ስጧቸው” አላቸው። እነሱም “ሄደን በ200 ዲናር ዳቦ ገዝተን እንዲበሉ እንስጣቸው?” አሉት።
ንሱ ግና፡ “ንስኻትኩም ዚብላዕ ሃብዎም” ኢሉ መለሰሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ኬድናዶ ናይ 200 ዲናር እንጌራ ዓዲግና ኺበልዑ ኽንህቦም፧” በልዎ።
56,207

56,208
am_tg
እሱም “ስንት ዳቦ አላችሁ? እስቲ ሄዳችሁ እዩ!” አላቸው። ሄደው ካዩ በኋላ “አምስት ዳቦና ሁለት ዓሣ” አሉት።
ንሱ ድማ፡ “ክንደይ እንጌራ ኣሎኩም፧ ኪዱ ርኣዩ!” በሎም። ምስ ኣረጋገጹ፡ “ሓሙሽተ፡ ክልተ ዓሳ እውን” በልዎ።
56,209

56,210
am_tg
ከዚያም ሕዝቡ ሁሉ በቡድን በቡድን ሆኖ በለመለመው መስክ ላይ እንዲቀመጥ አዘዘ።
ንዅላቶም ከኣ በብጕጅለ ኣብ ለምለም ሳዕሪ ኪቕመጡ ኣዘዘ።
56,211

56,212
am_tg
በመሆኑም ሕዝቡ መቶ መቶና ሃምሳ ሃምሳ እየሆነ በቡድን ተቀመጠ።
ንሳቶም ድማ በብሚእትን በብሓምሳን ተቐመጡ።
56,213

56,214
am_tg
እሱም አምስቱን ዳቦና ሁለቱን ዓሣ ይዞ ወደ ሰማይ ቀና በማለት ባረከ። ከዚያም ዳቦውን ቆርሶ ለሕዝቡ እንዲያቀርቡ ለደቀ መዛሙርቱ ሰጣቸው፤ ሁለቱን ዓሣም ለሁሉም አከፋፈለ።
ነተን ሓሙሽተ እንጌራን ክልተ ዓሳን ኣልዒሉ፡ ናብ ሰማይ ከኣ ጠሚቱ ባረኸ። ነተን እንጌራ ቘሪሱ፡ ነቶም ህዝቢ ኬቕርቡሎም ኢሉ ንደቀ መዛሙርቱ ሃቦም፣ ነቲ ኽልተ ዓሳ እውን ንዅላቶም መቐሎም።
56,215

56,216
am_tg
ሁሉም በልተው ጠገቡ፤
ኵላቶም ድማ በሊዖም ጸገቡ፣
56,217
tg_am
ኵላቶም ድማ በሊዖም ጸገቡ፣
ሁሉም በልተው ጠገቡ፤
56,218
am_tg
ከዚያም ቁርስራሹን ሰበሰቡ፤ ቁርስራሹም ዓሣውን ሳይጨምር 12 ቅርጫት ሙሉ ሆነ።
ብዘይካ ኻብቲ ዓሳታት፡ 12 መሶብ ምሉእ ቍርስራስ ኣልዓሉ።
56,219

56,220
am_tg
ዳቦውን የበሉትም 5,000 ወንዶች ነበሩ።
እቶም ካብቲ እንጌራ ዝበልዑ ድማ፡ 5,000 ሰብኡት ነበሩ።
56,221
tg_am
እቶም ካብቲ እንጌራ ዝበልዑ ድማ፡ 5,000 ሰብኡት ነበሩ።
ዳቦውን የበሉትም 5,000 ወንዶች ነበሩ።
56,222
am_tg
ወዲያውም፣ እሱ ሕዝቡን እያሰናበተ ሳለ ደቀ መዛሙርቱ ጀልባ ተሳፍረው በቤተሳይዳ አቅጣጫ ወዳለው የባሕር ዳርቻ ቀድመውት እንዲሻገሩ አደረገ።
ብኡብኡ ድማ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ናብ ጃልባ ኸም ዚድይቡ፡ ነቶም ህዝቢ ኽሳዕ ዜሰናብቶም ድማ፡ ናብ ስግር ናብ ቤት-ሳይዳ ኸም ዚቕድምዎ ገበረ።
56,223

56,224
am_tg
ከተሰናበታቸው በኋላ ግን ለመጸለይ ወደ አንድ ተራራ ወጣ።
ምስ ኣሰናበቶም ግና፡ ኪጽሊ ናብ ከረን ደየበ።
56,225
tg_am
ምስ ኣሰናበቶም ግና፡ ኪጽሊ ናብ ከረን ደየበ።
ከተሰናበታቸው በኋላ ግን ለመጸለይ ወደ አንድ ተራራ ወጣ።
56,226
am_tg
በመሸም ጊዜ ጀልባዋ በባሕሩ መካከል ነበረች፤ እሱ ግን ብቻውን የብስ ላይ ነበር።
ምስ መሰየ፡ እታ ጃልባ ኣብ ማእከል ባሕሪ ነበረት፣ ንሱ ግና በይኑ ኣብ ምድሪ ነበረ።
56,227

56,228
am_tg
ነፋሱ ከፊት ለፊታቸው ይነፍስ ስለነበር ለመቅዘፍ ሲታገሉ ባያቸው ጊዜ በአራተኛው ክፍለ ሌሊት ገደማ በባሕሩ ላይ እየተራመደ ወደ እነሱ መጣ፤ ይሁንና አልፏቸው ሊሄድ ነበር።
ንፋስ ኣንጻሮም ስለ ዝነበረ፡ ንምቕዛፍ ኪቃለሱ ምስ ረኣዮም፡ ብባሕረ ባሕሪ እናኸደ፡ ኣብ ራብዓይ ክፋል ሓለዋ ለይቲ ናባታቶም በጽሐ፣ ግናኸ፡ ኪሓልፎም ኢሉ ነበረ።
56,229

56,230
am_tg
እነሱም በባሕሩ ላይ ሲራመድ ባዩት ጊዜ “ምትሃት ነው!” ብለው ስላሰቡ በኃይል ጮኹ።
ብባሕረ ባሕሪ ኪኸይድ ምስ ረኣይዎ፡ “ምትሃት እዩ!” ኢሎም ሓሲቦም ኣእወዩ።
56,231

56,232
am_tg
ሁሉም እሱን ባዩት ጊዜ ተረበሹ። ሆኖም ወዲያውኑ አነጋገራቸው፤ ደግሞም “አይዟችሁ! እኔ ነኝ፤ አትፍሩ” አላቸው።
ኵላቶም ርእዮምዎ ነበሩ እሞ፡ ተረበሹ። ብኡብኡ ግና፡ “ኣጆኹም፡ ኣነ እየ፣ ኣይትፍርሁ” ኢሉ ተዛረቦም።
56,233

56,234
am_tg
ከዚያም ጀልባዋ ላይ ወጥቶ አብሯቸው ሆነ፤ ነፋሱም ቆመ። በዚህ ጊዜ በከፍተኛ የአድናቆት ስሜት ተዋጡ፤
ናባታቶም ከኣ ናብ ጃልባ ደየበ፣ እቲ ንፋስ ድማ ሃድአ። ሽዑ፡ ንሳቶም ኣዝዮም ኣስተንከሩ፣
56,235

56,236
am_tg
ይህም የሆነው የዳቦውን ተአምር ትርጉም ባለማስተዋላቸው ነው፤ ልባቸው አሁንም መረዳት ተስኖት ነበር።
ከመይሲ፡ ልቦም ተደፊኑ ነበረ እምበር፡ ትርጉም እቲ እንጌራ ኣይተረድእዎን ነበሩ።
56,237

56,238
am_tg
ወደ የብስ በተሻገሩ ጊዜ ጌንሴሬጥ ደረሱ፤ በአቅራቢያውም ጀልባዋን አቆሙ።
ናብ ምድሪ ምስ ተሳገሩ፡ ናብ ጌንሳሬጥ መጺኦም፡ ኣብኡ መልህቕ ደርብዮም ነታ ጃልባ ኣቘምዋ።
56,239

56,240
am_tg
ሆኖም ከጀልባዋ እንደወረዱ ሰዎች አወቁት።
ካብ ጃልባ ምስ ወረዱ ግና፡ ብኡብኡ ሰባት ኣለለይዎ እሞ፡
56,241
tg_am
ካብ ጃልባ ምስ ወረዱ ግና፡ ብኡብኡ ሰባት ኣለለይዎ እሞ፡
ሆኖም ከጀልባዋ እንደወረዱ ሰዎች አወቁት።
56,242
am_tg
ወደ አካባቢው ሁሉ በመሮጥ ሕመምተኞችን በቃሬዛ እየተሸከሙ እሱ ይገኝበታል ወደተባለው ቦታ ያመጡ ጀመር።
ኣብ ኵሉ እቲ ዞባ ጐይዮም፡ ዝሓመሙ ብቓሬዛ ጾይሮም ናብታ ኸም ዘለዋ እተነግሮም ቦታ ኼምጽእዎም ጀመሩ።
56,243

56,244
am_tg
በገባበት መንደር ወይም ከተማ ወይም ገጠር ሁሉ ሕመምተኞቹን በገበያ ስፍራ ያስቀምጡ ነበር፤ የልብሱንም ዘርፍ እንኳ ለመንካት ይማጸኑት ነበር። የነኩትም ሁሉ ተፈወሱ።
ኣብ ዝኣተዎ ዘበለ ኣቝሻት ኰነ፡ ከተማታት ኰነ፡ ወይ ገጠራት፡ ሕሙማት ኣብ ዕዳጋታት ይገብርዎም ነበሩ፣ ዘፈር ክዳኑ ኺትንክዩ ጥራይ እውን ይልምንዎ ነበሩ። ኵሎም እቶም ዝተንከዩ እውን ሓወዩ።
56,245

56,246
am_tg
በዚያን ወቅት፣ እንደገና ብዙ ሰዎች ተሰበሰቡ፤ የሚበሉትም አልነበራቸውም። ስለዚህ ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ከም ብሓድሽ ብዙሕ ህዝቢ ምስ ተኣከበ፡ ዚብላዕ ኣይነበሮምን እሞ፡ ነቶም ደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ፡
56,247

56,248
am_tg
“እነዚህ ሰዎች ሦስት ቀን ሙሉ ከእኔ ጋር ስለቆዩና የሚበሉት ስለሌላቸው አዝንላቸዋለሁ።
“እዞም ህዝቢ እዚኦም ምሳይ ሰለስተ መዓልቲ ስለ ዝገበሩ፡ ዚብላዕ እውን ስለ ዘይብሎም፡ የደንግጹኒ ኣለዉ።
56,249

56,250
am_tg
እንዲሁ ጦማቸውን ወደ ቤታቸው ብሰዳቸው መንገድ ላይ ዝለው ይወድቃሉ፤ ደግሞም አንዳንዶቹ የመጡት ከሩቅ ነው።”
ጾሞም ናብ ቤቶም እንተ ኣሰናቢተዮም፡ ኣብ መገዲ ኺሕለሉ እዮም፣ ገሊኣቶም ከኣ ካብ ርሑቕ እዮም” በሎም።
56,251

56,252
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ግን “በዚህ ገለልተኛ ስፍራ እነዚህን ሰዎች የሚያጠግብ በቂ ዳቦ ከየት ማግኘት ይቻላል?” ሲሉ መለሱለት።
ደቀ መዛሙርቱ ግና፡ “ኣብዚ ጽምዊ ቦታ ደኣ ነዞም ህዝቢ እዚኦም ዜጽግብ እንጌራ ኻበይ ይርከብ፧” ኢሎም መለሱሉ።
56,253

56,254
am_tg
በዚህ ጊዜ “ስንት ዳቦ አላችሁ?” ሲል ጠየቃቸው። እነሱም “ሰባት” አሉት።
ንሱ ድማ፡ “ክንደይ እንጌራ ኣሎኩም፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ከኣ፡ “ሸውዓተ” በልዎ።
56,255

56,256
am_tg
እሱም ሕዝቡ መሬት ላይ እንዲቀመጥ አዘዘ። ከዚያም ሰባቱን ዳቦ ይዞ አምላክን አመሰገነ፤ ቆርሶም እንዲያድሉ ለደቀ መዛሙርቱ ሰጣቸው፤ እነሱም ለሕዝቡ አደሉ።
ነቶም ህዝቢ ድማ ኣብ ምድሪ ኪቕመጡ ኣዘዞም። ነተን ሸውዓተ እንጌራ ኣልዒሉ፡ ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ ኬቕርቡሎም ኢሉ ንደቀ መዛሙርቱ ሃቦም፣ ንሳቶም ከኣ ነቶም ህዝቢ ኣቕረቡሎም።
56,257

56,258
am_tg
ጥቂት ትናንሽ ዓሣዎችም ነበሯቸው፤ እነዚህንም ከባረከ በኋላ እንዲያድሉ ነገራቸው።
ሒደት ንኣሽቱ ዓሳታት ድማ ነበሮም፣ ንዕኡ ኸኣ ባሪኹ ሃቦም፡ ኬቕርቡሎም እውን ነገሮም።
56,259

56,260
am_tg
ሕዝቡም በልቶ ጠገበ፤ ከዚያም የተረፈውን ቁርስራሽ ሰበሰቡ፤ ቁርስራሹም ሰባት ትላልቅ ቅርጫት ሙሉ ሆነ።
በሊዖም ድማ ጸገቡ፣ ዝተረፈ ቝርስራስ ከኣ ሸውዓተ ዓብዪ መሶብ መሊኦም ኣልዓሉ።
56,261

56,262
am_tg
በዚያም 4,000 ገደማ ወንዶች ነበሩ። በመጨረሻም አሰናበታቸው።
ኣስታት 4,000 እውን ነበሩ። ሽዑ፡ ኣሰናበቶም።
56,263

56,264
am_tg
ወዲያውኑ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር በጀልባ ተሳፍሮ ዳልማኑታ ወደተባለ ክልል መጣ።
ብኡብኡ ድማ፡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብ ጃልባ ደዪቡ ናብ ዞባ ደልማኑታ መጸ።
56,265

56,266
am_tg
እዚያም ፈሪሳውያን መጥተው እሱን ለመፈተን ከሰማይ ምልክት እንዲያሳያቸው በመጠየቅ ይከራከሩት ጀመር።
ፈሪሳውያን ወጺኦም ከኣ፡ ምእንቲ ኺፍትንዎ ኢሎም፡ ካብ ሰማይ ትእምርቲ ኼርእዮም ደልዮም ተኸራኸርዎ።
56,267

56,268
am_tg
እሱም እጅግ አዝኖ በረጅሙ ከተነፈሰ በኋላ “ይህ ትውልድ ምልክት የሚፈልገው ለምንድን ነው? እውነት እላችኋለሁ፣ ለዚህ ትውልድ ምንም ምልክት አይሰጠውም” አለ።
ንሱ ድማ ብመንፈሱ እህህ ኢሉ፡ “ስለምንታይ እዩ እዚ ወለዶ እዚ ትእምርቲ ዚደሊ፧ ብሓቂ እብል ኣለኹ፡ ነዚ ወለዶ እዚ ትእምርቲ ኣይኪውሃቦን እዩ” በለ።
56,269

56,270
am_tg
ከዚያም ትቷቸው ሄደ፤ እንደገና ጀልባ ተሳፍሮም ወደ ባሕሩ ማዶ ተሻገረ።
ሓዲግዎም ከኣ ከም ብሓድሽ ናብ ጃልባ ደዪቡ፡ ናብ ስግር ከደ።
56,271

56,272
am_tg
ይሁንና ዳቦ መያዝ ረስተው ስለነበር በጀልባው ውስጥ ከአንድ ዳቦ በስተቀር ምንም አልነበራቸውም።
ግናኸ፡ ምምላእ እንጌራ ረስዑ፣ ምሳታቶም ኣብ ጃልባ ኸኣ ብዘይካ ሓንቲ እንጌራ ኻልእ ኣይነበሮምን።
56,273

56,274
am_tg
ኢየሱስም “ተጠንቀቁ፣ ከፈሪሳውያን እርሾና ከሄሮድስ እርሾ ተጠበቁ” ሲል በግልጽ አስጠነቀቃቸው።
ንሱ ድማ፡ “ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ካብ ማይ ብሑቝ ሄሮድስን ተጠንቀቑን ተሓለዉን” ኢሉ ብንጹር ኣጠንቀቖም።
56,275

56,276
am_tg
እነሱም ዳቦ ባለመያዛቸው እርስ በርሳቸው ይከራከሩ ጀመር።
እንጌራ ስለ ዘይነበሮም ከኣ፡ ንሓድሕዶም ተዛራረቡ።
56,277
tg_am
እንጌራ ስለ ዘይነበሮም ከኣ፡ ንሓድሕዶም ተዛራረቡ።
እነሱም ዳቦ ባለመያዛቸው እርስ በርሳቸው ይከራከሩ ጀመር።
56,278
am_tg
ኢየሱስም ይህን አውቆ እንዲህ አላቸው፦ “ዳቦ ባለመያዛችሁ ለምን ትከራከራላችሁ? አሁንም አልገባችሁም? ደግሞስ አላስተዋላችሁም? ልባችሁ መረዳት እንደተሳነው ነው?
ነዚ ፈሊጡ ድማ፡ “እንጌራ ስለ ዘይብልኩም፡ ስለምንታይ ትዛራረቡ ኣለኹም፧ ገናዶ ኣይትግንዘቡን ወይስ ኣይትርድኡን ኢኹም፧ ልብኹምዶ ድፉን እዩ፧
56,279

56,280
am_tg
‘ዓይን እያላችሁ አታዩም? ጆሮ እያላችሁ አትሰሙም?’ ደግሞስ አታስታውሱም?
‘ኣዒንቲ ኸለዋኹምሲ፡ ኣይትርእዩን ዲኹም፧ ኣእዛን ከለዋኹምከ፡ ኣይትሰምዑን ዲኹም፧’ ኣይትዝክሩንዶኸ ኢኹም፧
56,281

56,282
am_tg
አምስቱን ዳቦ ለ5,000ዎቹ ወንዶች በቆረስኩ ጊዜ ስንት ቅርጫት ሙሉ ትርፍራፊ ሰበሰባችሁ?” እነሱም “አሥራ ሁለት” አሉት።
እቲ ሓሙሽተ እንጌራ ን5,000 ምስ ቈረስክዎ፡ ቍርስራስ ዝመልአ ኽንደይ መሶብ ኣልዒልኩም፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ዓሰርተው ክልተ” በልዎ።
56,283

56,284
am_tg
“ሰባቱን ዳቦ ለ4,000ዎቹ ወንዶች በቆረስኩ ጊዜ ስንት ትላልቅ ቅርጫት ሙሉ ትርፍራፊ አነሳችሁ?” እነሱም “ሰባት” አሉት።
“እቲ ሸውዓተ እንጌራ ን4,000 ምስ ቈረስክዎኸ፡ ቍርስራስ ዝመልአ ኽንደይ ዓብዪ መሶብ ኣልዒልኩም፧” ንሳቶም ከኣ፡ “ሸውዓተ” በልዎ።
56,285

56,286
am_tg
እሱም “ታዲያ አሁንም አልገባችሁም?” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “ገናዶ ኣይትርድኡን ኢኹም፧” በሎም።
56,287
tg_am
ንሱ ድማ፡ “ገናዶ ኣይትርድኡን ኢኹም፧” በሎም።
እሱም “ታዲያ አሁንም አልገባችሁም?” አላቸው።
56,288
am_tg
ከዚያም ወደ ቤተሳይዳ መጡ። በዚያም ሰዎች አንድ ዓይነ ስውር ወደ ኢየሱስ አምጥተው እንዲዳስሰው ተማጸኑት።
ናብ ቤት-ሳይዳ ኸኣ መጹ። ዕዉር ኣምጽኡሉ እሞ፡ ኪትንክዮ ለመንዎ።
56,289

56,290
am_tg
እሱም ዓይነ ስውሩን፣ እጁን ይዞ ከመንደሩ ውጭ ወሰደው። በዓይኖቹ ላይ እንትፍ ካለ በኋላ እጆቹን ጫነበትና “የሚታይህ ነገር አለ?” ሲል ጠየቀው።
ነቲ ዕዉር ብኢዱ ሒዙ ድማ ናብ ወጻኢ እታ ቝሸት ወሰዶ። ኣብ ኣዒንቱ ጡፍ ኢሉ ኸኣ ኣእዳዉ ኣንበረሉ እሞ፡ “ገለዶ ትርኢ ኣለኻ፧” ኢሉ ሓተቶ።
56,291

56,292
am_tg
ሰውየውም ቀና ብሎ በማየት “ሰዎች ይታዩኛል፤ ሆኖም የሚራመዱ ዛፎች ይመስላሉ” አለ።
ኣዒንቱ ኣልዒሉ ድማ፡ “ሰባት እርኢ ኣለኹ፣ ምኽንያቱ፡ ኣእዋም ዚመስሉ እርኢ ኣለኹ፡ ግናኸ ይኸዱ ኣለዉ” በለ።
56,293

56,294
am_tg
ኢየሱስ እንደገና እጆቹን ሰውየው ዓይኖች ላይ ጫነ፤ በዚህ ጊዜ ሰውየው አጥርቶ አየ። ዓይኖቹም በሩ፤ ሁሉንም ነገር በደንብ ለይቶ ማየት ቻለ።
ከም ብሓድሽ ከኣ ኣእዳዉ ኣብ ኣዒንቱ ኣንበረሉ እሞ፡ ንሱ ኣጸቢቑ ረኣየ፡ ሓወየ፡ ንዅሉ እውን ብንጹር ረኣዮ።
56,295

56,296
am_tg
በመጨረሻም “ወደ መንደሩ አትግባ” ብሎ ወደ ቤቱ ሰደደው።
“ናብ ቍሸት ኣይትእቶ” ኢሉ ድማ ናብ ቤቱ ሰደዶ።
56,297
tg_am
“ናብ ቍሸት ኣይትእቶ” ኢሉ ድማ ናብ ቤቱ ሰደዶ።
በመጨረሻም “ወደ መንደሩ አትግባ” ብሎ ወደ ቤቱ ሰደደው።
56,298
am_tg
ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱ ወደ ቂሳርያ ፊልጵስዩስ መንደሮች አመሩ፤ በመንገድም ላይ ሳሉ ደቀ መዛሙርቱን “ሰዎች እኔን ማን ይሉኛል?” ሲል ጠየቃቸው።
የሱስን ደቀ መዛሙርቱን ናብ ኣቝሻት ቂሳርያ ናይ ፊልጶስ ከዱ። ኣብ መገዲ ኸኣ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ሰባት መን እዩ ይብሉኒ ኣለዉ፧” ኢሉ ሓተቶም።
56,299