Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
56,300
am_tg
እነሱም “አንዳንዶች መጥምቁ ዮሐንስ፣ ሌሎች ኤልያስ፣ ሌሎች ደግሞ ከነቢያት አንዱ ነው ይሉሃል” አሉት።
ንሳቶም ድማ፡ “ዮሃንስ መጥምቕ፡ ካልኦት ከኣ ኤልያስ፡ ካልኦት እውን ሓደ ኻብ ነብያት” በልዎ።
56,301
tg_am

56,302
am_tg
ከዚያም እነሱን “እናንተስ ስለ እኔ ማንነት ምን ትላላችሁ?” ሲል ጠየቃቸው። ጴጥሮስም “አንተ ክርስቶስ ነህ” ብሎ መለሰለት።
ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ፧” ኢሉ ሓተቶም። ጴጥሮስ ከኣ፡ “ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።
56,303

56,304
am_tg
በዚህ ጊዜ ስለ እሱ ለማንም እንዳይናገሩ አጥብቆ አዘዛቸው።
ሽዑ፡ ብዛዕባኡ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ብጽኑዕ ኣዘዞም።
56,305
tg_am
ሽዑ፡ ብዛዕባኡ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ብጽኑዕ ኣዘዞም።
በዚህ ጊዜ ስለ እሱ ለማንም እንዳይናገሩ አጥብቆ አዘዛቸው።
56,306
am_tg
በተጨማሪም የሰው ልጅ ብዙ መከራ መቀበሉ እንዲሁም በሽማግሌዎች፣ በካህናት አለቆችና በጸሐፍት ተቀባይነት ማጣቱ ብሎም መገደሉና ከሦስት ቀን በኋላ መነሳቱ እንደማይቀር ያስተምራቸው ጀመር።
ወዲ ሰብ ብዓበይትን ብሊቃውንቲ ኻህናትን ብጸሓፍትን ብዙሕ መከራ ኺጸግብ፡ ኪነዓቕ፡ ኪቕተል፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ እውን ኪትንስእ ከም ዚግብኦ ድማ ኪምህሮም ጀመረ።
56,307

56,308
am_tg
ደግሞም ይህን በግልጽ ነገራቸው። ጴጥሮስ ግን ኢየሱስን ለብቻው በመውሰድ ይገሥጸው ጀመር።
እዚ ቓል እዚ ኣግሂዱ ተዛረበ። ጴጥሮስ ግና ንበይኑ ገይሩ ኺገንሖ ጀመረ።
56,309

56,310
am_tg
በዚህ ጊዜ ዞር ብሎ ደቀ መዛሙርቱን ተመለከተና ጴጥሮስን “ወደ ኋላዬ ሂድ፣ ሰይጣን! የሰውን እንጂ የአምላክን ሐሳብ አታስብም” ሲል ገሠጸው።
ሽዑ፡ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ግልጽ ኢሉ ጠመተ እሞ፡ ንጴጥሮስ፡ “ናብ ድሕረይ ኪድ፡ ሰይጣን! ናይ ሰብ እምበር፡ ናይ ኣምላኽ ኣይትሓስብን ኢኻ” በሎ።
56,311

56,312
am_tg
ከዚህ በኋላ ሕዝቡን ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “ሊከተለኝ የሚፈልግ ማንም ቢኖር ራሱን ይካድ፤ የራሱን የመከራ እንጨት ይሸከም፤ ያለማቋረጥም ይከተለኝ።
ነቶም ህዝቢ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ኪስዕበኒ ዚደሊ ዘበለ፡ ርእሱ ቐቢጹ፡ ጕንዲ ስቅያቱ ኣልዒሉ፡ ብቐጻሊ ይስዓበኒ።
56,313

56,314
am_tg
ሕይወቱን ማዳን የሚፈልግ ሁሉ ያጣታልና፤ ለእኔና ለምሥራቹ ሲል ሕይወቱን የሚያጣ ሁሉ ግን ያድናታል።
ንህይወቱ ኼድሕና ዚደሊ ዘበለስ፡ ኬጥፍኣ እዩ፣ ንህይወቱ ምእንታይን ምእንቲ እቲ ብስራትን ዜጥፍኣ ዘበለ ግና፡ ኪረኽባ እዩ።
56,315

56,316
am_tg
ደግሞስ አንድ ሰው ዓለምን ሁሉ የራሱ ቢያደርግና ሕይወቱን ቢያጣ ምን ይጠቅመዋል?
ሰብ ምሉእ ዓለም ረቢሑስ፡ ህይወቱ እንተ ኣጥፊኡ እንታይ ይጠቕሞ፧
56,317

56,318
am_tg
ሰው ለሕይወቱ ምትክ የሚሆን ምን ነገር ሊሰጥ ይችላል?
ሰብከ ኣብ ክንዲ ህይወቱ እንታይ ምሃበ፧
56,319
tg_am
ሰብከ ኣብ ክንዲ ህይወቱ እንታይ ምሃበ፧
ሰው ለሕይወቱ ምትክ የሚሆን ምን ነገር ሊሰጥ ይችላል?
56,320
am_tg
በዚህ አመንዝራና ኃጢአተኛ ትውልድ መካከል በእኔና በቃሌ የሚያፍር ሁሉ የሰው ልጅም ከቅዱሳን መላእክቱ ጋር በአባቱ ክብር ሲመጣ ያፍርበታል።”
ኣብዚ ዘማውን ሓጥእን ወለዶ እዚ ብኣይን ብቓለይን ዚሓፍር ዘበለስ፡ ወዲ ሰብ ድማ ብኽብሪ ኣቦኡ ምስ ቅዱሳት መላእኽቱ ምስ መጸ፡ ብእኡ ኺሓፍር እዩ።”
56,321

56,322
am_tg
ከዚያም ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “ሰዎችን የሚያሰናክሉ ነገሮች መከሰታቸው የማይቀር ነው። ሆኖም ለመሰናክሉ ምክንያት ለሚሆነው ለዚያ ሰው ወዮለት!
ንደቀ መዛሙርቱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “መዐንቀፊ ኸይመጸ ኣይተርፍን እዩ። ነቲ ብሰሩ መዐንቀፊ ዚመጽእ ግና ወይለኡ!
56,323

56,324
am_tg
ከእነዚህ ከታናናሾቹ አንዱን ከሚያሰናክል የወፍጮ ድንጋይ በአንገቱ ታስሮ ወደ ባሕር ቢጣል ይሻለዋል።
ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ ኻብ ዚዕንቅፍሲ፡ መጥሓን ኣብ ክሳዱ ተኣሲሩ ኣብ ባሕሪ ኺጥሕል ምሓሾ።
56,325

56,326
am_tg
ለራሳችሁ ተጠንቀቁ። ወንድምህ ቢበድልህ ገሥጸው፤ ከተጸጸተም ይቅር በለው።
ንርእስኹም ተጠንቀቑ። ሓውካ እንተ በዲሉካ፡ ግንሓዮ፣ እንተ ተጣዒሱ ኸኣ፡ ሕደገሉ።
56,327

56,328
am_tg
በቀን ሰባት ጊዜ ቢበድልህ እንኳ ‘ተጸጽቻለሁ’ እያለ ሰባት ጊዜ ወደ አንተ ከመጣ ይቅር ልትለው ይገባል።”
ኣብ መዓልቲ ሸውዓተ ሳዕ እኳ እንተ በደለካ፡ ‘ተጣዒሰ’ እናበለ ኸኣ ሸውዓተ ሳዕ ናባኻ እንተ ተመሊሱ፡ ሕደገሉ።”
56,329

56,330
am_tg
በዚህ ጊዜ ሐዋርያቱ ጌታን “እምነት ጨምርልን” አሉት።
ሃዋርያት ድማ ንጐይታ፡ “እምነት ወስኸና” በልዎ።
56,331
tg_am
ሃዋርያት ድማ ንጐይታ፡ “እምነት ወስኸና” በልዎ።
በዚህ ጊዜ ሐዋርያቱ ጌታን “እምነት ጨምርልን” አሉት።
56,332
am_tg
ጌታም እንዲህ አለ፦ “የሰናፍጭ ዘር የሚያህል እምነት ካላችሁ ይህን የሾላ ዛፍ ‘ከዚህ ተነቅለህ ባሕሩ ውስጥ ተተከል!’ ብትሉት ይታዘዛችኋል።
ጐይታ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ክንዲ ፍረ ኣድሪ እትኣክል እምነት እንተ ትህልወኩምሲ፡ ነዚ ኦም እዚ፡ ‘ተመንቊስካ ኣብ ባሕሪ ተተኸል!’ ምበልኩምዎ እሞ፡ ምተኣዘዘኩም ነይሩ።
56,333

56,334
am_tg
“ከእናንተ መካከል አራሽ ወይም እረኛ የሆነ ባሪያ ያለው ሰው ቢኖር፣ ባሪያው ከእርሻ ሲመለስ ‘ቶሎ ናና ወደ ማዕድ ቅረብ’ ይለዋል?
“ካባኻትኩምከ ዚሓርስ ወይስ ዚጓሲ ባርያ ዘለዎ እሞ፡ ካብ ወፍሪ ምስ ኣተወ፡ ‘ቀልጢፍካ ንዓ፡ ኣብ መኣዲ ተቐመጥ’ ዚብሎ መን ኣሎ፧
56,335

56,336
am_tg
ከዚህ ይልቅ ‘ራቴን አዘጋጅልኝ፤ በልቼና ጠጥቼ እስክጨርስም ድረስ አሸርጠህ አገልግለኝ፤ ከዚያ በኋላ መብላትና መጠጣት ትችላለህ’ አይለውም?
የግዳስ፡ ‘ክድረር ኣዳልወለይ፡ ክሳዕ ዝበልዕን ዝሰትን ከኣ ተዓጢቕካ ኣገልግለኒ፣ ድሕሪኡ ኽትበልዕን ክትሰትን ትኽእል ኢኻ’ ደይኰነን ዚብሎ፧
56,337

56,338
am_tg
ባሪያው የተሰጠውን ሥራ በማከናወኑ ጌታው የሚያመሰግነው ይመስላችኋል?
እተኣዘዞ ስለ ዝገበረስ፡ ነቲ ባርያ የመስግኖዶ፧
56,339

56,340
am_tg
በተመሳሳይ እናንተም የተሰጣችሁን ሥራ ሁሉ ባከናወናችሁ ጊዜ ‘ምንም የማንጠቅም ባሪያዎች ነን። ያደረግነው ልናደርገው የሚገባንን ነገር ነው’ በሉ።”
ከምኡ ድማ ንስኻትኩም እተኣዘዝኩምዎ ዅሉ ምስ ገበርኩም፡ ‘ንሕና ዘይንጠቅም ባሮት ኢና። እቲ ኽንገብሮ ዚግብኣና ኢና ጌርና’ በሉ።”
56,341

56,342
am_tg
ኢየሱስ ወደ ኢየሩሳሌም እየሄደ ሳለ በሰማርያና በገሊላ መካከል አለፈ።
ናብ የሩሳሌም ኪኸይድ ከሎ፡ ብመንጎ ሰማርያን ገሊላን ሓለፈ።
56,343

56,344
am_tg
ወደ አንድ መንደር እየገባም ሳለ የሥጋ ደዌ የያዛቸው አሥር ሰዎች አዩት፤ እነሱም በርቀት ቆሙ።
ናብ ሓንቲ ቝሸት ኪኣቱ ኸሎ ኸኣ፡ ዓሰርተ ድዉያት ተጓነፍዎ፣ ግናኸ፡ ኣብ ርሑቕ ደው በሉ።
56,345

56,346
am_tg
ድምፃቸውንም ከፍ በማድረግ “ኢየሱስ፣ መምህር፣ ምሕረት አድርግልን!” አሉ።
ድምጾም ዓው ኣቢሎም ከኣ፡ “ኦ የሱስ፡ መምህር፡ ምሓረና!” በሉ።
56,347

56,348
am_tg
እሱም ባያቸው ጊዜ “ሄዳችሁ ራሳችሁን ለካህናት አሳዩ” አላቸው። ከዚያም እየሄዱ ሳሉ ነጹ።
ንሱ ምስ ረኣዮም ድማ፡ “ኪዱ፡ ርእስኹም ንኻህናት ኣርእዩ” በሎም። ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ነጽሁ።
56,349

56,350
am_tg
ከእነሱ አንዱ እንደተፈወሰ ባየ ጊዜ አምላክን በታላቅ ድምፅ እያመሰገነ ተመለሰ።
ሓደ ኻባታቶም ድማ፡ ከም ዝሓወየ ምስ ረኣየ፡ ድምጹ ዓው ኣቢሉ ንኣምላኽ እናኣሞገሰ ተመልሰ።
56,351

56,352
am_tg
ኢየሱስ እግር ላይ ተደፍቶም አመሰገነው። ሰውየውም ሳምራዊ ነበር።
እናኣመስገኖ ኸኣ ብገጹ ኣብ እግሪ የሱስ ተደፍአ። ንሱ ኸኣ ሳምራዊ እዩ ነይሩ።
56,353

56,354
am_tg
ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አለ፦ “የነጹት አሥሩም አይደሉም እንዴ? ታዲያ ዘጠኙ የት አሉ?
የሱስ ድማ፡ “ዝነጽሁስ ዓሰርተ ደይኰኑን፧ እቶም ትሽዓተ ደኣ ኣበይ ኣለዉ፧
56,355

56,356
am_tg
ከዚህ ከባዕድ አገር ሰው በስተቀር አምላክን ለማመስገን የተመለሰ ሌላ አንድም ሰው የለም?”
ብዘይካ እዚ ኻልእ ዝዓሌቱስ ንኣምላኽ ክብሪ ኺህብ እተመልሰዶ የልቦን፧” ኢሉ መለሰ።
56,357

56,358
am_tg
ከዚያም ሰውየውን “ተነስና ሂድ፤ እምነትህ አድኖሃል” አለው።
ንዕኡ ኸኣ፡ “ተንስእ እሞ ኺድ፣ እምነትካ ኣሕውያትካ” በሎ።
56,359
tg_am
ንዕኡ ኸኣ፡ “ተንስእ እሞ ኺድ፣ እምነትካ ኣሕውያትካ” በሎ።
ከዚያም ሰውየውን “ተነስና ሂድ፤ እምነትህ አድኖሃል” አለው።
56,360
am_tg
ፈሪሳውያን የአምላክ መንግሥት መቼ እንደሚመጣ ሲጠይቁት እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “የአምላክ መንግሥት በግልጽ በሚታይ ሁኔታ አይመጣም፤
ፈሪሳውያን፡ መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ ከም እትመጽእ ምስ ሓተትዎ፡ “መንግስቲ ኣምላኽ ብግህዶ ኣይኰነትን እትመጽእ፣
56,361

56,362
am_tg
ሰዎችም ‘እነሆ እዚህ ነው!’ ወይም ‘እዚያ ነው!’ አይሉም። እነሆ፣ የአምላክ መንግሥት በመካከላችሁ ነውና።”
‘እንሃ ኣብዚ’ ወይ ‘ኣብቲ’ እውን ኣይብልዋን እዮም። እንሃ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ማእከልኩም ኣላ” ኢሉ መለሰሎም።
56,363

56,364
am_tg
ከዚያም ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “ከሰው ልጅ ቀኖች አንዱን ለማየት የምትመኙበት ጊዜ ይመጣል፤ ግን አታዩትም።
ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ሓንቲ ኻብ መዓልትታት ወዲ ሰብ ክትርእዩ እትምነዩለን መዓልትታት ኪመጻ እየን፡ ግናኸ ኣይክትርእዩን ኢኹም።
56,365

56,366
am_tg
ሰዎችም ‘እዚያ ነው!’ ወይም ‘እዚህ ነው!’ ይሏችኋል። ነገር ግን አትሂዱ ወይም አትከተሏቸው።
‘እንሆ ኣብቲ’ ወይ ‘እንሆ ኣብዚ’ ድማ ኪብሉኹም እዮም። ኣይትኺዱ፡ ኣይትስዓብዎም እውን።
56,367

56,368
am_tg
ምክንያቱም መብረቅ ከአንዱ የሰማይ ክፍል እስከ ሌላኛው የሰማይ ክፍል እንደሚያበራ ሁሉ የሰው ልጅ በሚገለጥበትም ቀን እንዲሁ ይሆናል።
በርቂ በሪቑ ኻብ ሓደ ወሰን ሰማይ ክሳብ እቲ ኻልእ ወሰን ሰማይ ከም ዜብርህ፡ ወዲ ሰብ እውን ብመዓልቱ ኸምኡ ኪኸውን እዩ።
56,369

56,370
am_tg
በመጀመሪያ ግን ብዙ መከራ መቀበሉና በዚህ ትውልድ ተቀባይነት ማጣቱ የግድ ነው።
ቅድም ግና ብዙሕ መከራ ኺጸግብን በዚ ወለዶ እዚ ኺነዓቕን ኣለዎ።
56,371

56,372
am_tg
በተጨማሪም በኖኅ ዘመን እንደተከሰተው ሁሉ በሰው ልጅ ዘመንም እንዲሁ ይሆናል፦
ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ ኸኣ፡ ብዘመን ወዲ ሰብ እውን ከምኡ ኪኸውን እዩ፦
56,373

56,374
am_tg
ኖኅ ወደ መርከቡ እስከገባበትና የጥፋት ውኃ መጥቶ ሁሉንም እስካጠፋበት ቀን ድረስ ሰዎች ይበሉና ይጠጡ እንዲሁም ወንዶች ያገቡ፣ ሴቶችም ይዳሩ ነበር።
ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ ይበልዑን ይሰትዩን ይምርዓዉን የመርዕዉን ነበሩ፣ ማይ ኣይሂ ድማ መጸ፡ ንዅላቶም እውን ኣጥፍኦም።
56,375

56,376
am_tg
በተመሳሳይም በሎጥ ዘመን እንደተከሰተው ሁሉ እንዲሁ ይሆናል፦ ሰዎች ይበሉ፣ ይጠጡ፣ ይገዙ፣ ይሸጡ፣ ይተክሉና ቤቶችን ይገነቡ ነበር።
ብዘመን ሎጥ ድማ ከምኡ ዀነ፦ ይበልዑን ይሰትዩን ይዕድጉን ይሸጡን ይተኽሉን ይሃንጹን ነበሩ።
56,377

56,378
am_tg
ሆኖም ሎጥ ከሰዶም በወጣበት ቀን ከሰማይ እሳትና ድኝ ዘንቦ ሁሉንም አጠፋቸው።
በታ ሎጥ ካብ ሶዶም ዝወጸላ መዓልቲ ግና፡ ካብ ሰማይ ሓውን ዲንን ዘነመ፡ ንዅላቶም ከኣ ኣጥፍኦም።
56,379

56,380
am_tg
የሰው ልጅ በሚገለጥበትም ቀን እንዲሁ ይሆናል።
በታ ወዲ ሰብ ዚግለጸላ መዓልቲ ድማ፡ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
56,381
tg_am
በታ ወዲ ሰብ ዚግለጸላ መዓልቲ ድማ፡ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
የሰው ልጅ በሚገለጥበትም ቀን እንዲሁ ይሆናል።
56,382
am_tg
“በዚያን ቀን በጣሪያ ላይ ያለ ሰው በቤቱ ውስጥ ያለውን ዕቃ ለመውሰድ አይውረድ፤ እርሻም ላይ ያለ ሰው በኋላው ያለውን ነገር ለመውሰድ አይመለስ።
“በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብ ዝባን ናሕሲ ዘሎ፡ ኣቕሑ ግና ኣብ ቤት ዘለዎ፡ ኪወስዶ ኢሉ ኣይውረድ፣ ኣብ ግራት ዘሎ ድማ፡ ንድሕሪት ኣይመለስ።
56,383

56,384
am_tg
የሎጥን ሚስት አስታውሱ።
ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ።
56,385
tg_am
ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ።
የሎጥን ሚስት አስታውሱ።
56,386
am_tg
ሕይወቱን ጠብቆ ለማቆየት የሚፈልግ ሁሉ ያጣታል፤ ሕይወቱን የሚያጣት ሁሉ ግን በሕይወት ጠብቆ ያቆያታል።
ንህይወቱ ኼድሕና ዚደሊ ዘበለ፡ ኬጥፍኣ እዩ፣ ዜጥፍኣ ዘበለ ግና፡ ኬድሕና እዩ።
56,387

56,388
am_tg
እላችኋለሁ፣ በዚያች ሌሊት ሁለት ሰዎች በአንድ አልጋ ላይ ይሆናሉ፤ አንዱ ይወሰዳል፤ ሌላኛው ግን ይተዋል።
በታ ለይቲ እቲኣ፡ ክልተ ኣብ ሓንቲ ዓራት ኪዀኑ እዮም፣ እቲ ሓደ ኺውሰድ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ኪሕደግ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ።
56,389

56,390
am_tg
ሁለት ሴቶች በአንድ ወፍጮ ይፈጫሉ፤ አንዷ ትወሰዳለች፤ ሌላኛዋ ግን ትተዋለች።”
ክልተ ኣብ ሓንቲ መጥሓን ኪጥሕና እየን፣ እታ ሓንቲ ኽትውሰድ፡ እታ ሓንቲ ግና ክትሕደግ እያ።”
56,391

56,392
am_tg
እነሱም መልሰው “ጌታ ሆይ፣ የት?” አሉት። እሱም “በድን ባለበት ንስሮች ይሰበሰባሉ” አላቸው።
መሊሶም ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣበይ፧” በልዎ። ንሱ ድማ፡ “ኣብቲ ገምቢ ዘለዎ፡ ንስርታት ኪእከቡ እዮም” በሎም።
56,393

56,394
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ ወደ ኢያሪኮ ገብቶ በዚያ እያለፈ ነበር።
ናብ ያሪኮ ኣትዩ ኸኣ፡ ብእኣ ይሓልፍ ነበረ።
56,395
tg_am
ናብ ያሪኮ ኣትዩ ኸኣ፡ ብእኣ ይሓልፍ ነበረ።
ከዚያም ኢየሱስ ወደ ኢያሪኮ ገብቶ በዚያ እያለፈ ነበር።
56,396
am_tg
በዚያም ዘኬዎስ የተባለ አንድ ሀብታም ሰው የነበረ ሲሆን ይህ ሰው የቀረጥ ሰብሳቢዎች አለቃ ነበር።
ዘኬዎስ ዝስሙ ሰብኣይ ከኣ ነበረ፣ ንሱ ኸኣ ሓለቓ ኣከብቲ ቐረጽ ነበረ፡ ሃብታም እውን ነበረ።
56,397

56,398
am_tg
እሱም ኢየሱስ የሚባለው ማን እንደሆነ ለማየት ይፈልግ ነበር፤ ሆኖም አጭር በመሆኑ ከሕዝቡ ብዛት የተነሳ ማየት አልቻለም።
ንየሱስ መን ምዃኑ ኺርእዮ ይደሊ ነበረ፣ ቍመቱ ሓጺር ስለ ዝነበረ ግና፡ ብሰንኪ እቲ ህዝቢ፡ ኣይከኣለን።
56,399