Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
56,400
am_tg
ኢየሱስ በዚያ በኩል ያልፍ ስለነበር ዘኬዎስ ሮጦ ወደ ፊት በመሄድ እሱን ለማየት አንድ የሾላ ዛፍ ላይ ወጣ።
የሱስ በታ መገዲ እቲኣ ይሓልፍ ስለ ዝነበረ፡ ንሱ ቕድሚት ጐይዩ፡ ኪርእዮ ኣብ ሳግላ ሓዀረ።
56,401
tg_am

56,402
am_tg
ኢየሱስ እዚያ ቦታ በደረሰ ጊዜ ቀና ብሎ ተመለከተውና “ዘኬዎስ፣ ዛሬ ወደ አንተ ቤት ስለምመጣ ቶሎ ውረድ” አለው።
የሱስ ኣብታ ቦታ ምስ በጽሐ፡ ኣንቃዕሪሩ ጠመቶ እሞ፡ “ዘኬዎስ፡ ሎሚ ኣብ ቤትካ ኽውዕል ይግብኣኒ እዩ እሞ፡ ቀልጢፍካ ውረድ” በሎ።
56,403

56,404
am_tg
በዚህ ጊዜ በፍጥነት ወርዶ ደስ እያለው በእንግድነት ተቀበለው።
ንሱ ኸኣ ቀልጢፉ ወረደ፡ ተሓጒሱ እውን ተቐበሎ።
56,405
tg_am
ንሱ ኸኣ ቀልጢፉ ወረደ፡ ተሓጒሱ እውን ተቐበሎ።
በዚህ ጊዜ በፍጥነት ወርዶ ደስ እያለው በእንግድነት ተቀበለው።
56,406
am_tg
ሰዎቹ ይህን ባዩ ጊዜ “ኃጢአተኛ ሰው ቤት ሊስተናገድ ገባ” ብለው ሁሉም አጉተመተሙ።
እዚ ምስ ረኣዩ ድማ፡ “ኣብ ቤት ሓጥእ ሰብኣይ ኪውዕል ኣትዩ” ኢሎም ኵላቶም ኣዕዘምዘሙ።
56,407

56,408
am_tg
ዘኬዎስ ግን ቆሞ ጌታን “ጌታ ሆይ፣ ካለኝ ሀብት ግማሹን ለድሆች እሰጣለሁ፤ ከሰው የቀማሁትንም ሁሉ አራት እጥፍ እመልሳለሁ” አለው።
ዘኬዎስ ከኣ ተንሲኡ፡ ንጐይታ፡ “ጐይታይ፡ እንሆ፡ ፍርቂ ንብረተይ ንድኻታት እህብ ኣለኹ፣ ዝዘረፍክዎ እንተ ኣልዩ ኸኣ፡ ኣርባዕተ ዕጽፊ እፈድዮ” በሎ።
56,409

56,410
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “ይህም ሰው የአብርሃም ልጅ ስለሆነ ዛሬ ለዚህ ቤት መዳን መጥቷል።
የሱስ ድማ፡ “ንሱ እውን ወዲ ኣብርሃም ስለ ዝዀነ፡ ሎሚ፡ ነዛ ቤት እዚኣ ድሕነት ኰይኑላ።
56,411

56,412
am_tg
ምክንያቱም የሰው ልጅ የመጣው የጠፋውን ለመፈለግና ለማዳን ነው።”
ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ ንዝጠፍአ ኺደልን ኬድሕንን እዩ መጺኡ” በለ።
56,413

56,414
am_tg
እነሱም እነዚህን ነገሮች እየሰሙ ሳሉ ሌላ ምሳሌ ነገራቸው፤ ይህን የተናገረው ኢየሩሳሌም ሲደርሱ የአምላክ መንግሥት ወዲያውኑ የሚገለጥ ስለመሰላቸው ነው።
ንሳቶም እዚ ኺሰምዑ ኸለዉ፡ ናብ የሩሳሌም ቀሪቡ ስለ ዝነበረ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ከኣ ብቕጽበት እትገሃድ ይመስሎም ስለ ዝነበረ፡ ካልእ ምሳሌ መሰለ።
56,415

56,416
am_tg
ስለዚህ እንዲህ አለ፦ “አንድ መስፍን ንጉሣዊ ሥልጣኑን ተረክቦ ለመመለስ ወደ ሩቅ አገር ሊሄድ ተነሳ።
ስለዚ፡ ከምዚ በለ፦ “ሓደ ወዲ ዓበይቲ፡ ንግስና ተቐቢሉ ኺምለስ፡ ናብ ርሑቕ ሃገር ከደ።
56,417

56,418
am_tg
ከባሪያዎቹ መካከል አሥሩን ጠርቶ አሥር ምናን ሰጣቸውና ‘እስክመጣ ድረስ ነግዱበት’ አላቸው።
ንዓሰርተ ኻብ ባሮቱ ጸዊዑ ኸኣ፡ ‘ክሳዕ ዝመጽእ፡ በዚ ንገዱ’ ኢሉ ዓሰርተ ምና ሃቦም።
56,419

56,420
am_tg
የአገሩ ሰዎች ግን ይጠሉት ስለነበር እሱ ከሄደ በኋላ ‘ይህ ሰው በእኛ ላይ እንዲነግሥ አንፈልግም’ ብለው እንዲነግሩላቸው መልእክተኞች ላኩ።
ደቂ ዓዱ ግና ጸልእዎ እሞ፡ ‘እዚ ኽነግሰና ኣይንደልን ኢና’ ኢሎም ደድሕሪኡ ልኡኻት ለኣኹ።
56,421

56,422
am_tg
“ከጊዜ በኋላ ንጉሣዊ ሥልጣኑን ተረክቦ ሲመጣ ገንዘብ የሰጣቸው ባሪያዎች ነግደው ምን ያህል እንዳተረፉ ለማወቅ አስጠራቸው።
“ንግስና ተቐቢሉ ምስ ተመልሰ፡ ነቶም ገንዘብ ዝሃቦም ባሮቱ፡ ክንደይ ዚኣክል ነጊዶም ከም ዝረብሑ ምእንቲ ኺፈልጥ፡ ኪጽውዑሉ ኣዘዘ።
56,423

56,424
am_tg
በመሆኑም የመጀመሪያው ቀርቦ ‘ጌታዬ፣ ምናንህ አሥር ምናን ትርፍ አስገኝቷል’ አለው።
እቲ ቐዳማይ ከኣ ቀሪቡ፡ ‘ጐይታይ፡ ምናኻ ዓሰርተ ምና ወሊዳ’ በለ።
56,425

56,426
am_tg
ጌታው ‘ጎበዝ፣ አንተ ጥሩ ባሪያ! በጣም አነስተኛ በሆነው ነገር ታማኝ ሆነህ ስለተገኘህ በአሥር ከተሞች ላይ ሥልጣን ተሰጥቶሃል’ አለው።
ንሱ ኸኣ፡ ‘ንፉዕ፡ ኣታ ሕያዋይ ባርያ! ብንእሽቶ እሙን ስለ ዝዀንካ፡ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ኸተማ ተሸየም’ በሎ።
56,427

56,428
am_tg
ሁለተኛው ደግሞ ቀርቦ ‘ጌታዬ፣ ምናንህ አምስት ምናን አስገኝቷል’ አለ።
እቲ ኻልኣይ ድማ፡ ‘ጐይታይ፡ ምናኻ ሓሙሽተ ምና ወሊዳ’ እናበለ መጸ።
56,429

56,430
am_tg
ይሄኛውንም ‘አንተም በአምስት ከተሞች ላይ ተሹመሃል’ አለው።
ነዚ ኸኣ፡ ‘ንስኻ እውን ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ኸተማ ተሸየም’ በሎ።
56,431

56,432
am_tg
ሆኖም ሌላኛው መጥቶ እንዲህ አለ፦ ‘ጌታዬ፣ በጨርቅ ጠቅልዬ የደበቅኩት ምናንህ ይኸውልህ።
ሓደ ኻልእ ግና ከምዚ እናበለ መጸ፦ ‘ጐይታይ፡ እዛ ኣብ ጨርቂ ሓቢአ ዘጽናሕክዋ ምናኻ እንሃትልካ።
56,433

56,434
am_tg
ይህን ያደረግኩት ጨካኝ ሰው ስለሆንክ ፈርቼህ ነው፤ አንተ ያላስቀመጥከውን የምትወስድ፣ ያልዘራኸውንም የምታጭድ ሰው ነህ።’
ዘየንበርካዮ እትወስድ፡ ዘይዘራእካዮ እትዓጽድ ሓያል ሰብ ስለ ዝዀንካ፡ ፈሪሀካ።’
56,435

56,436
am_tg
ጌታውም እንዲህ አለው፦ ‘አንተ ክፉ ባሪያ፣ በራስህ ቃል እፈርድብሃለሁ። ያላስቀመጥኩትን የምወስድ፣ ያልዘራሁትንም የማጭድ ጨካኝ ሰው እንደሆንኩ ታውቅ ኖሯል ማለት ነው?
ንሱ ድማ፡ ‘ኣታ እኩይ ባርያ፡ ከም ዘረባኻ እፈርደካ ኣለኹ። ኣነ ዘየንበርክዎ ዝወስድ፡ ዘይዘራእክዎ ኸኣ ዝዓጽድ ሓያል ሰብ ምዃነይዶ ትፈልጥ ኔርካ፧
56,437

56,438
am_tg
ታዲያ ገንዘቤን ለምን ለገንዘብ ለዋጮች አልሰጠህም? እንደዚህ አድርገህ ቢሆን ኖሮ ስመጣ ከነወለዱ እወስደው ነበር።’
ስለምንታይ ደኣ ገንዘበይ ኣብ ባንክ ዘየንበርካዮ፧ ኣነ እውን መጺአ፡ ምስ ወለዱ ምወሰድክዎ ነይረ፧’ በሎ።
56,439

56,440
am_tg
“ከዚያም በዚያ ቆመው የነበሩትን ሰዎች ‘ምናኑን ውሰዱበትና አሥር ምናን ላለው ስጡት’ አላቸው።
“ነቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ኸኣ፡ ‘እታ ምና ኣግድፍዎ እሞ፡ ነቲ ዓሰርተ ምና ዘለዎ ሃብዎ’ በሎም።
56,441

56,442
am_tg
እነሱ ግን ‘ጌታ ሆይ፣ እሱ እኮ አሥር ምናን አለው’ አሉት። እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦
ንሳቶም ድማ፡ ‘ጐይታይ፡ ንሱስ ዓሰርተ ምና ኣለዎ’ በልዎ።—
56,443

56,444
am_tg
‘እላችኋለሁ፣ ላለው ሁሉ ተጨማሪ ይሰጠዋል፤ ከሌለው ሰው ላይ ግን ያው ያለው እንኳ ይወሰድበታል።
‘እብለኩም ኣለኹ፡ ንዘለዎ ዘበለ፡ ይውሰኾ፣ ንዘይብሉ ግና፡ እታ ዘላቶ እውን የግድፍዎ።
56,445

56,446
am_tg
በተጨማሪም በእነሱ ላይ እንድነግሥ ያልፈለጉትን እነዚያን ጠላቶቼን ወደዚህ አምጡና በፊቴ ግደሏቸው።’”
ነዞም ኣነ ኽነግሶም ዘይደልዩ ጸላእተይ ከኣ፡ ናብዚ ኣምጺእኩም ኣብ ቅድመይ ቅተልዎም።’”
56,447

56,448
am_tg
ኢየሱስ ይህን ከተናገረ በኋላ ጉዞውን በመቀጠል ወደ ኢየሩሳሌም አቀና።
እዚ ምስ በለ፡ ናብ የሩሳሌም ኪድይብ ንቕድሚት ከደ።
56,449

56,450
am_tg
ደብረ ዘይት በተባለው ተራራ ወደሚገኙት ወደ ቤተፋጌ እና ወደ ቢታንያ በተቃረበ ጊዜ ከደቀ መዛሙርቱ መካከል ሁለቱን ላካቸው፤
ናብተን ደብረ ዘይቲ ኣብ ዚብሃል ከረን ዚርከባ ቤት-ፋጌን ቢታንያን ምስ ቀረበ፡ ክልተ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ለኣኸ፣
56,451

56,452
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “ወደዚያ ወደምታዩት መንደር ሂዱ፤ ወደ መንደሩ ከገባችሁም በኋላ ሰው ተቀምጦበት የማያውቅ ውርንጭላ ታስሮ ታገኛላችሁ። ፈታችሁ ወደዚህ አምጡት።
ከምዚ ድማ በሎም፦ “ኣብ ማዕዶኹም ናብ ዘላ ቝሸት ኪዱ፣ ናብኣ ምስ ኣቶኹም ከኣ፡ ብኡብኡ ሰብ ተወጢሕዎ ዘይፈልጥ ጻዕብ ተኣሲሩ ኽትረኽቡ ኢኹም፣ ፈቲሕኩም ከኣ ኣምጽእዎ።
56,453

56,454
am_tg
ይሁን እንጂ ማንም ሰው ‘የምትፈቱት ለምንድን ነው?’ ብሎ ቢጠይቃችሁ ‘ጌታ ይፈልገዋል’ ብላችሁ ንገሩት።”
ገለ ሰብ፡ ‘ስለምንታይ ትፈትሕዎ ኣለኹም፧’ ኢሉ እንተ ሓቲቱኩም፡ ‘ጐይታ ደልይዎ ኣሎ’ በሉ።”
56,455

56,456
am_tg
የተላኩትም ሄደው ልክ እንዳላቸው ሆኖ አገኙት።
እቶም እተላእኩ ኸኣ ከይዶም፡ ከምቲ ዝበሎም ረኸቡ።
56,457
tg_am
እቶም እተላእኩ ኸኣ ከይዶም፡ ከምቲ ዝበሎም ረኸቡ።
የተላኩትም ሄደው ልክ እንዳላቸው ሆኖ አገኙት።
56,458
am_tg
ውርንጭላውን እየፈቱ ሳሉ ግን ባለቤቶቹ “ውርንጭላውን የምትፈቱት ለምንድን ነው?” አሏቸው።
ነቲ ጻዕብ ኪፈትሕዎ ኸለዉ ኸኣ፡ ዋናታቱ፡ “ነዚ ጻዕብ ስለምንታይ ትፈትሕዎ ኣለኹም፧” በልዎም።
56,459

56,460
am_tg
እነሱም “ጌታ ይፈልገዋል” አሉ።
ንሳቶም ድማ፡ “ጐይታ ደልይዎ ኣሎ” በልዎም።
56,461
tg_am
ንሳቶም ድማ፡ “ጐይታ ደልይዎ ኣሎ” በልዎም።
እነሱም “ጌታ ይፈልገዋል” አሉ።
56,462
am_tg
ከዚያም ውርንጭላውን ወደ ኢየሱስ ወሰዱት፤ መደረቢያቸውንም በውርንጭላው ላይ ጣል አድርገው ኢየሱስን በላዩ አስቀመጡት።
ናብ የሱስ ከኣ ኣምጽእዎ፣ ኣብቲ ጻዕብ ድማ ክዳውንቶም ጠይቂ ገበሩ እሞ፡ ንየሱስ ኣብኡ ኣወጥሕዎ።
56,463

56,464
am_tg
እየተጓዘም ሳለ መደረቢያቸውን በመንገዱ ላይ ያነጥፉ ነበር።
ንሱ ኪኸይድ ከሎ፡ ክዳውንቶም ኣብ መገዲ የንጽፉ ነበሩ።
56,465
tg_am
ንሱ ኪኸይድ ከሎ፡ ክዳውንቶም ኣብ መገዲ የንጽፉ ነበሩ።
እየተጓዘም ሳለ መደረቢያቸውን በመንገዱ ላይ ያነጥፉ ነበር።
56,466
am_tg
ከደብረ ዘይት ተራራ ቁልቁል ወደሚወስደው መንገድ እንደተቃረበ ከፍተኛ ቁጥር ያላቸው ደቀ መዛሙርቱ ባዩአቸው ተአምራት መደሰትና አምላክን በታላቅ ድምፅ ማወደስ ጀመሩ፤
ናብታ ኻብ ደብረ ዘይቲ ንቝልቁል እተውርድ መገዲ ምስ ቀረበ፡ ኵሎም እቶም ብዙሓት ደቀ መዛሙርቲ ብዛዕባ እቲ ዝረኣይዎ ዅሉ ግብርታት ሓይሊ ኺሕጐሱን ዓው ብዝበለ ድምጺ ንኣምላኽ ኪውድስዎን ጀመሩ፣
56,467

56,468
am_tg
እንዲህም ይሉ ነበር፦ “በይሖዋ ስም ንጉሥ ሆኖ የሚመጣ የተባረከ ነው! በሰማይ ሰላም፣ በአርያም ላለውም ክብር ይሁን!”
“ብስም የሆዋ ዚመጽእ ንጉስ ብሩኽ እዩ! ሰላም ኣብ ሰማይ፡ ክብሪ ድማ ኣብ ላዕሊ!” ድማ ይብሉ ነበሩ።
56,469

56,470
am_tg
በሕዝቡ መካከል የነበሩ አንዳንድ ፈሪሳውያን ግን “መምህር፣ ደቀ መዛሙርትህን ገሥጻቸው እንጂ” አሉት።
ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዝነበሩ ገሊኦም ፈሪሳውያን ግና፡ “መምህር፡ ንደቀ መዛሙርትኻ ግንሓዮም” በልዎ።
56,471

56,472
am_tg
እሱ ግን መልሶ “እላችኋለሁ፣ እነዚህ ዝም ቢሉ እንኳ ድንጋዮች ይጮኻሉ” አላቸው።
ንሱ ኸኣ፡ “እብለኩም ኣለኹ፡ እዚኣቶም እኳ ስቕ እንተ በሉ፡ እዚ ኣእማን እዚ ኺጭድር እዩ” ኢሉ መለሰሎም።
56,473

56,474
am_tg
ወደ ኢየሩሳሌም በተቃረበ ጊዜም ከተማዋን አይቶ አለቀሰላት፤
ምስ ቀረበ፡ ነታ ኸተማ ረኣያ እሞ፡ ከምዚ ኢሉ በኸየላ፦
56,475
tg_am
ምስ ቀረበ፡ ነታ ኸተማ ረኣያ እሞ፡ ከምዚ ኢሉ በኸየላ፦
ወደ ኢየሩሳሌም በተቃረበ ጊዜም ከተማዋን አይቶ አለቀሰላት፤
56,476
am_tg
እንዲህም አለ፦ “አንቺ፣ አዎ አንቺ ራስሽ፣ ሰላም የሚያስገኙልሽን ነገሮች ምነው ዛሬ በተረዳሽ ኖሮ፤ አሁን ግን ከዓይኖችሽ ተሰውረዋል።
“ኣየ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ንሰላምኪ ዚኸውን ነገር እንተ ትፈልጢ! ሕጂ ግና ካብ ኣዒንትኺ ተሰዊሩ ኣሎ።
56,477

56,478
am_tg
ምክንያቱም ጠላቶችሽ በሾለ እንጨት በዙሪያሽ ቅጥር ቀጥረው አንቺን የሚከቡበትና ከሁሉም አቅጣጫ የሚያስጨንቁበት ጊዜ ይመጣል።
ጸላእትኺ ኣብ ዙርያኺ ዕርዲ ዓሪዶም ዚኸብቡኺ፡ በዝን በትን ከኣ ዜጽብቡልኪ መዓልትታት ኪመጻ እየን።
56,479

56,480
am_tg
አንቺንና በውስጥሽ የሚኖሩትን ልጆችሽን ፈጥፍጠው ከአፈር ይደባልቃሉ፤ በአንቺ ውስጥም ሳያፈርሱ እንደተነባበረ የሚተዉት ድንጋይ አይኖርም፤ ምክንያቱም በአንቺ ላይ ምርመራ የተካሄደበትን ጊዜ አልተገነዘብሽም።”
እትምርመርሉ እዋን ሰኣን ምፍላጥክስ፡ ንዓኽን ኣባኺ ንዚነብሩ ደቅኽን ኪድዕምኹኹም፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ኸኣ ኣይኪሓድጉልክን እዮም።”
56,481

56,482
am_tg
ከዚያም ወደ ቤተ መቅደሱ ገብቶ በዚያ የሚሸጡትን ያስወጣ ጀመር፤
ናብ ቤተ መቕደስ ኣትዩ ኸኣ፡ ነቶም ዚሸጡ ዝነበሩ ኺሰጕጎም ጀመረ፣
56,483

56,484
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “‘ቤቴ የጸሎት ቤት ይሆናል’ ተብሎ ተጽፏል፤ እናንተ ግን የዘራፊዎች ዋሻ አደረጋችሁት።”
“‘ቤተይ ቤት ጸሎት ክትከውን እያ’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ፣ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ጌርኩምዋ” ድማ በሎም።
56,485

56,486
am_tg
እሱም በየዕለቱ በቤተ መቅደሱ ማስተማሩን ቀጠለ። ሆኖም የካህናት አለቆችና ጸሐፍት እንዲሁም የሕዝቡ መሪዎች ሊገድሉት ይፈልጉ ነበር፤
መዓልቲ መዓልቲ ኸኣ ኣብ ቤተ መቕደስ ይምህር ነበረ። ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ኣውራታት እቲ ህዝብን ድማ ኪቐትልዎ ይደልዩ ነበሩ፣
56,487

56,488
am_tg
ይሁንና ሕዝቡ ሁሉ እሱን ለመስማት ከአጠገቡ ስለማይለይ ምን እንደሚያደርጉ ግራ ገባቸው።
ብዘሎ እቲ ህዝቢ ግና ኪሰምዖ ደልዩ ይዓስሎ ነበረ እሞ፡ እንታይ ከም ዚገብሩ ጠፍኦም።
56,489

56,490
am_tg
አንድ ቀን ኢየሱስ በአንድ ስፍራ እየጸለየ ነበር፤ ጸሎቱንም ሲጨርስ ከደቀ መዛሙርቱ አንዱ “ጌታ ሆይ፣ ዮሐንስ ደቀ መዛሙርቱን ጸሎት እንዳስተማራቸው ሁሉ አንተም እንዴት እንደምንጸልይ አስተምረን” አለው።
ኣብ ሓደ ቦታ ኺጽሊ ጸኒሑ ምስ ወድአ፡ ሓደ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ፡ “ጐይታይ፡ ከምቲ ዮሃንስ ንደቀ መዛሙርቱ ዝመሃሮም፡ ምጽላይ ምሃረና” በሎ።
56,491

56,492
am_tg
በመሆኑም እንዲህ አላቸው፦ “በምትጸልዩበት ጊዜ ሁሉ እንዲህ በሉ፦ ‘አባት ሆይ፣ ስምህ ይቀደስ። መንግሥትህ ይምጣ።
ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ክትጽልዩ ኸለኹም፡ ከምዚ በሉ፦ ‘ኣቦና፡ ስምካ ይቀደስ። መንግስትኻ ትምጻእ።
56,493

56,494
am_tg
የዕለቱን ምግባችንን ለዕለቱ የሚያስፈልገንን ያህል ስጠን።
ናይ ዕለት እንጌራና በብመዓልቱ ሃበና።
56,495
tg_am
ናይ ዕለት እንጌራና በብመዓልቱ ሃበና።
የዕለቱን ምግባችንን ለዕለቱ የሚያስፈልገንን ያህል ስጠን።
56,496
am_tg
እኛ የበደሉንን ሁሉ ይቅር ስለምንል ኃጢአታችንን ይቅር በለን፤ ወደ ፈተናም አታግባን።’”
ንሕና ንዝበደሉና ዅሎም ንሓድገሎም ኢና እሞ፡ ሓጢኣትና ሕደገልና፣ ኣብ ፈተና ድማ ኣይተእትወና።’”
56,497

56,498
am_tg
ከዚያም እንዲህ አላቸው፦ “ከእናንተ መካከል አንዱ፣ አንድ ወዳጅ አለው እንበል፤ በእኩለ ሌሊትም ወደ እሱ ሄዶ እንዲህ አለው፦ ‘ወዳጄ ሆይ፣ እባክህ ሦስት ዳቦ አበድረኝ፤
ከምዚ እውን በሎም፦ “ሓደ ኻባኻትኩም ዓርኪ ኣለዎ ንበል፣ ፍርቂ ለይቲ ናብኡ ኸይዱ ድማ፡ ‘ዓርከይ፡ ሰለስተ እንጌራ ኣለቅሓኒ፣
56,499