Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
56,500
am_tg
አንድ ወዳጄ ኚመንገድ መጥቶብኝ ዚማቀርብለት ምንም ነገር አጣሁ።’
ሓደ ኻብ ፈተውተይ ገይሹ መጺኡንስ፡ ዝቕርበሉ ዚብለይን’ ይብሎ።
56,501
tg_am

56,502
am_tg
ወዳጁ ግን ኚውስጥ ሆኖ ‘ባክህ አታስ቞ግሚኝ። በሩ ተቆልፏልፀ ልጆቌም አብሚውኝ ተኝተዋል። አሁን ተነስቌ ምንም ነገር ልሰጥህ አልቜልም’ ይለዋል።
እቲ ኞኣ ካብ ውሜጢ፡ ‘ደጊም ኣይተሞግሚኒ። ማዕጟ ድሮ ተሞጒሩ እዩ፡ ደቀይ ኚኣ ምሳይ ኣብ ዓራት እዮም ዘለዉ። ተንሲአ ኜህበካ ኣይክእልን እዚ’ ኢሉ ይምልሰሉ።
56,503

56,504
am_tg
እላቜኋለሁ፣ ወዳጁ ስለሆነ ተነስቶ ባይሰጠው እንኳ ስለ ውትወታው ሲል ተነስቶ ዹፈለገውን ሁሉ ይሰጠዋል።
እብለኩም ኣለኹ፡ ዓርኩ ስለ ዝዀነ ተንሲኡ እኳ እንተ ዘይሃቊ፡ ላሕ ስለ ዘበሎ ግና ብርግጜ ተንሲኡ ዝደለዮ ይህቊ።
56,505

56,506
am_tg
ስለዚህ እላቜኋለሁ፣ ደጋግማቜሁ ለምኑ፣ ይሰጣቜኋልፀ ሳታሰልሱ ፈልጉ፣ ታገኛላቜሁፀ ደጋግማቜሁ አንኳኩ፣ ይኚፈትላቜኋል።
ኚምኡ ድማ፡ እብለኩም ኣለኹ፡ ብቐጻሊ ለምኑ እሞ፡ ኪውሃበኩም እዩ፣ ብቐጻሊ ድለዩ እሞ፡ ክትሚኜቡ ኢኹም፣ ብቐጻሊ ዃሕኵሑ እሞ፡ ኪኜፈተልኩም እዩ።
56,507

56,508
am_tg
ምክንያቱም ዹሚለምን ሁሉ ይሰጠዋልፀ ዹሚፈልግ ሁሉ ያገኛልፀ ዚሚያንኳኳም ሁሉ ይኚፈትለታል።
ዚልምን ዘበለስ ይቕበል፡ ዚደሊ ዘበለ ይሚክብ፡ ዚዅሕኵሕ ዘበለ እውን ይኜፈተሉ እዩ።
56,509

56,510
am_tg
ደግሞስ ኚመካኚላቜሁ ልጁ ዓሣ ቢለምነው በዓሣ ፋንታ እባብ ዚሚሰጥ አባት ይኖራል?
ካባኻትኩምኚ እንታዋይ ኣቊ እዩ ወዱ ዓሳ እንተ ለሚንዎ፡ ኣብ ክንዲ ዓሳስ ተመን ዚህቩ፧
56,511

56,512
am_tg
ወይስ እንቁላል ቢለምነው ጊንጥ ይሰጠዋል?
ወይስ እንቋቝሖ እንተ ለሚንዎ፡ ዕንቅርቢትዶ ይህቩ፧
56,513
tg_am
ወይስ እንቋቝሖ እንተ ለሚንዎ፡ ዕንቅርቢትዶ ይህቩ፧
ወይስ እንቁላል ቢለምነው ጊንጥ ይሰጠዋል?
56,514
am_tg
ታዲያ እናንተ ክፉዎቜ ሆናቜሁ ሳለ ለልጆቻቜሁ መልካም ስጊታ መስጠት ካወቃቜሁ በሰማይ ያለው አባትማ ለሚለምኑት መንፈስ ቅዱስን እንዎት አብልጊ አይሰጣ቞ው!”
እምበኣር፡ ንስኻትኩም እኩያት ክነስኹም፡ ንደቅኹም ብኞመይ ጜቡቕ ውህበት ኹም እትህቡ ኻብ ፈለጥኩም፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቊ ግዳ ንዚልምንዎ ኜንደይ ኣብዚሑ መንፈስ ቅዱስ ዘይህቩም!”
56,515

56,516
am_tg
ኹጊዜ በኋላ፣ ኢዚሱስ ዱዳ ዚሚያደርግ ጋኔን አስወጣ። ጋኔኑ ኚወጣ በኋላ ዱዳው ሰው መናገር ጀመሚፀ ሕዝቡም ተደነቀ።
ዓባስ ጋኔን ድማ ኣውጜአ። እቲ ጋኔን ምስ ወጾ ኞኣ፡ እቲ ዓባስ ተዛሚበ፣ እቶም ህዝቢ ድማ ተገሚሙ።
56,517

56,518
am_tg
ኚሕዝቡ መካኚል አንዳንዶቹ ግን “አጋንንትን ዚሚያስወጣው በአጋንንት አለቃ በብዔልዜቡል ነው” አሉ።
ገሊኣቶም ግና፡ “ንኣጋንንቲ ብብኀል-ዜቡል እቲ ሓለቓ ኣጋንንቲ እዩ ዜውጜኊም” በሉ።
56,519

56,520
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ ሊፈትኑት ፈልገው ኹሰማይ ምልክት እንዲያሳያ቞ው ይጠይቁት ጀመር።
ካልኊት ኚኣ፡ ኪፍትንዎ ኢሎም፡ ካብ ሰማይ ትእምርቲ ኌርእዮም ደለዩ።
56,521

56,522
am_tg
ኢዚሱስም ሐሳባ቞ውን አውቆ እንዲህ አላቾው፩ “እርስ በርሱ ዹሚኹፋፈል መንግሥት ሁሉ ይጠፋልፀ እንዲሁም እርስ በርሱ ዹሚኹፋፈል ቀት ይወድቃል።
ንሱ ግና ሓሳባቶም ፈሊጡ፡ ኹምዚ በሎም፩ “ንሓድሕዳ እተኞፋፈለት ኵላ መንግስቲ ትጠፍእ፣ ንሓድሕዳ እተኞፋፈለት ቀት እውን ትወድቕ።
56,523

56,524
am_tg
በተመሳሳይም ሰይጣን እርስ በርሱ ኹተኹፋፈለ መንግሥቱ እንዎት ይቆማል? እናንተ አጋንንትን ዚማስወጣው በብዔልዜቡል እንደሆነ ትናገራላቜሁና።
ኚምኡ ድማ፡ ኣነ ንኣጋንንቲ ብብኀል-ዜቡል ኹም ዘውጜኊም እትብሉስ፡ ሰይጣን እንተ ተኾፋፊሉ ደኣ፡ መንግስቱ ኾመይ ኢላ ትቐውም፧
56,525

56,526
am_tg
እኔ አጋንንትን ዚማስወጣው በብዔልዜቡል ኚሆነ፣ ልጆቻቜሁ ዚሚያስወጧ቞ው ታዲያ በማን ነው? ልጆቻቜሁ ፈራጆቜ ዚሚሆኑባቜሁ ለዚህ ነው።
ኣነ ንኣጋንንቲ ብብኀል-ዜቡል ዘውጜኊም እንተ ዀይነ፡ ደቅኹም ደኣ ብመን እዮም ዜውጜእዎም፧ ስለዚ ኞኣ እዮም ንሳቶም ፈራዶኹም ዚዀኑ።
56,527

56,528
am_tg
ሆኖም አጋንንትን ዚማስወጣው በአምላክ ጣት ኹሆነ ዹአምላክ መንግሥት ሳታስቡት ደርሶባቜኋል ማለት ነው።
ኣነ ንኣጋንንቲ ብኣጻብዕ ኣምላኜ ዘውጜኊም እንተ ዀይነ ግና፡ መንግስቲ ኣምላኜ ደበኜ ኢላትኩም ኣላ።
56,529

56,530
am_tg
አንድ ብርቱ ሰው በደንብ ታጥቆ ቀቱን ኹጠበቀ ንብሚቱ ምንም አይነካበትም።
ሓደ ኣጜዋር ዝዓጠቐ ሓያል፡ ቀቱ ምስ ዚሕሉ፡ ንብሚቱ ብሰላም ይነብር።
56,531

56,532
am_tg
ይሁን እንጂ ኚእሱ ይበልጥ ብርቱ ዹሆነ ሰው ካጠቃውና ካሞነፈው ተማምኖበት ዹነበሹውን መሣሪያ ሁሉ ይነጥቀዋልፀ ኚእሱ ዹወሰደውንም ለሌሎቜ ያካፍላል።
ካብኡ ዚሕይል መጺኡ ምስ ዚስዕሮ ግና፡ ንዅሉ እቲ ዚእመኖ ዝነበሹ ኣጜዋሩ ይገፍፎ፡ ነቲ ዝዘመቶ እውን ይማቐሎ።
56,533

56,534
am_tg
ኚእኔ ጎን ያልቆመ ሁሉ ይቃወመኛልፀ ኚእኔ ጋር ዚማይሰበስብም ሁሉ ይበትናል።
እቲ ምሳይ ዘይኰነ ይጻሚሚኒ፣ እቲ ምሳይ ዘይእክብ ኚኣ ይዘሩ።
56,535

56,536
am_tg
“ርኩስ መንፈስ ኹሰው ሲወጣ ዚሚያርፍበት ቊታ ፍለጋ ውኃ በሌለበት ስፍራ ይንኚራተታልፀ ዚሚያርፍበት ቊታ ሲያጣ ግን ‘ወደለቀቅኩት ቀ቎ እመለሳለሁ’ ይላል።
“ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወጞ፡ መዕሹፊ ደልዩ ብኣጻምእ ይሓልፍ፣ ምስ ሰኣነ ኞኣ፡ ‘ናብታ ዝወጻእኩላ ቀተይ ደኣ ኜምለስ’ ይብል።
56,537

56,538
am_tg
ሲመለስም ቀቱ ጞድቶና አጊጩ ያገኘዋል።
ናብኣ ምስ በጜሐ ድማ፡ ተዀስቲራን ተሰሊማን ይሚኜባ።
56,539
tg_am
ናብኣ ምስ በጜሐ ድማ፡ ተዀስቲራን ተሰሊማን ይሚኜባ።
ሲመለስም ቀቱ ጞድቶና አጊጩ ያገኘዋል።
56,540
am_tg
ኚዚያም ሄዶ ኚእሱ ዹኹፉ ሌሎቜ ሰባት መናፍስት ይዞ ይመጣልፀ ገብተውም ይኖሩበታል። በመሆኑም ዚዚያ ሰው ዹኋለኛው ሁኔታ ኚቀድሞው ዹኹፋ ይሆንበታል።”
ድሕሪኡ፡ ኚይዱ ኻብኡ ዝኞፍኡ ሾውዓተ ኻልኊት መናፍስቲ ይማላእ እሞ፡ ኣትዮም ኣብኣ ይነብሩ። ነቲ ሰብ እቲ ኞኣ፡ ካብ መጀመርታኡ፡ መወዳእታኡ ይገድዶ።”
56,541

56,542
am_tg
ይህን እዚተናገሚ ሳለ ኚሕዝቡ መካኚል አንዲት ሎት ድምፅዋን ኹፍ አድርጋ “አንተን ዚተሞኚመቜ ማህፀንና ዚጠባሃ቞ው ጡቶቜ ደስተኞቜ ናቾው!” አለቜው።
እዚ ኺዛሚብ ኚሎ፡ ካብቲ ህዝቢ ሓንቲ ሰበይቲ ዓው ኢላ፡ “ዝጟሚትካ ኞርስን ዝጠቊኻዚን ኣጥባትን ሕጉሳት እዚን!” በለቶ።
56,543

56,544
am_tg
እሱ ግን “ደስተኞቜስ ዹአምላክን ቃል ሰምተው ዚሚጠብቁት ናቾው!” አለ።
ንሱ ግና፡ “ሕጉሳትሲ እቶም ቃል ኣምላኜ ዚሰምዑን ዚሕልዉን ደኣ እዮም!” በላ።
56,545

56,546
am_tg
ብዙ ሕዝብ በተሰበሰበ ጊዜ እንዲህ ይል ጀመር፩ “ይህ ትውልድ ክፉ ትውልድ ነውፀ ምልክትም ማዚት ይፈልጋልፀ ሆኖም ኚዮናስ ምልክት በስተቀር ምንም ምልክት አይሰጠውም።
እቶም ህዝቢ ምስ ተኣኚቡ፡ ኹምዚ ኺብል ጀመሹ፩ “እዚ ወለዶ እዚ እኩይ ወለዶ እዩ፣ ትእምርቲ ይደሊ። ብዘይካ ትእምርቲ ዮናስ ግና፡ ትእምርቲ ኣይኪውሃቊን እዩ።
56,547

56,548
am_tg
ምክንያቱም ዮናስ ለነነዌ ሰዎቜ ምልክት እንደሆነ ሁሉ ዹሰው ልጅም ለዚህ ትውልድ ምልክት ይሆናል።
ኚምቲ ዮናስ ንሰብ ነነዌ ትእምርቲ ዝዀኖም፡ ወዲ ሰብ ድማ ነዚ ወለዶ እዚ ኞምኡ ኪዀኖ እዩ።
56,549

56,550
am_tg
ዚደቡብ ንግሥት ዹሰለሞንን ጥበብ ለመስማት ኚምድር ዳርቻ ስለመጣቜ በፍርድ ወቅት ኹዚህ ትውልድ ሰዎቜ ጋር ተነስታ ትኮንና቞ዋለቜ። ነገር ግን ኹሰለሞን ዚሚበልጥ እዚህ አለ።
ንግስቲ ደቡብ፡ ጥበብ ሰሎሞን ክትሰምዕ ኢላ ኻብ ወሰናት ምድሪ መጺኣ ነይራ እያ እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ ሰብ እዚ ወለዶ እዚ ኜትትንስእን ክትኵንኖን እያ። እንሆ ኞኣ፡ ካብ ሰሎሞን ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።
56,551

56,552
am_tg
ዹነነዌ ሰዎቜ ዚዮናስን ስብኚት ሰምተው ንስሐ ስለገቡ በፍርድ ቀን ኹዚህ ትውልድ ጋር ተነስተው ይኮንኑታል። ነገር ግን ኚዮናስ ዚሚበልጥ እዚህ አለ።
ሰብ ነነዌ ብስብኚት ዮናስ ተነሲሖም እዮም እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ እዚ ወለዶ እዚ ኺትንስኡን ኪዅንንዎን እዮም። እንሆ ኞኣ፡ ካብ ዮናስ ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።
56,553

56,554
am_tg
አንድ ሰው መብራት ካበራ በኋላ በሰዋራ ቊታ አያስቀምጠውም ወይም እንቅብ አይደፋበትምፀ ኹዚህ ይልቅ ወደ ቀት ዚሚገቡ ሁሉ ብርሃን እንዲያገኙ በመቅሹዝ ላይ ያስቀምጠዋል።
መብራህቲ ኣብሪሁ፡ እቶም ዚኣትዉ ብርሃን ምእንቲ ኺርእዩ ኢሉ፡ ኣብ ቀዋሚ ቐንዮል ዹቐምጩ እምበር፡ ኣብ ኹውሊ ወይስ ኣብ ትሕቲ ኾፈር ዜንብሮ ዚልቊን።
56,555

56,556
am_tg
ዚሰውነት መብራት ዓይን ነው። ዓይንህ በአንድ ነገር ላይ ሲያተኩር መላ ሰውነትህም ብሩህ ይሆናልፀ ዓይንህ ምቀኛ ሲሆን ግን መላ ሰውነትህም ጹለማ ይሆናል።
መብራህቲ ሰብነት፡ ዓይንኻ እያ። ዓይንኻ ትኵርቲ ምስ እትኞውን፡ ብዘሎ ሰብነትካ እውን ብሩህ ይኞውን፣ ቀናእ ምስ እትኞውን ግና፡ ሰብነትካ እውን ጞልማት ይኞውን።
56,557

56,558
am_tg
ስለዚህ በውስጥህ ያለው ብርሃን፣ ጹለማ እንዳይሆን ተጠንቀቅ።
እምበኣር፡ እቲ ኣባኻ ዘሎ ብርሃን፡ ጞልማት ኚይኚውንሲ፡ ተጠንቀቕ።
56,559

56,560
am_tg
እንግዲህ መላ ሰውነትህ ምንም ጹለማ ሳይኖርበት ብሩህ ኚሆነ፣ ልክ ብርሃን እንደሚፈነጥቅልህ መብራት ሁለንተናህ ብሩህ ይሆናል።”
ስለዚ፡ ብዘሎ ሰብነትካ ጞልማት ዘይብሉ ብሩህ እንተ ዀይኑ፡ ኚምቲ መብራህቲ ብጞዳሉ ዜብርሃልካ፡ ኵሉ ብሩህ ይኞውን።”
56,561

56,562
am_tg
ኢዚሱስ ይህን ኹተናገሹ በኋላ አንድ ፈሪሳዊ አብሮት እንዲበላ ጋበዘው። እሱም ወደ ቀቱ ገብቶ በማዕድ ተቀመጠ።
እዚ ምስ ተዛሚበ፡ ሓደ ፈሪሳዊ ምስኡ ኺበልዕ ለመኖ። ኣትዩ ኞኣ ኣብ መኣዲ ተቐመጠ።
56,563

56,564
am_tg
ይሁን እንጂ ፈሪሳዊው ኢዚሱስ ኚምሳ በፊት እጁን እንዳልታጠበ ባዚ ጊዜ ተገሚመ።
እቲ ፈሪሳዊ ድማ፡ ቅድሚ ምሳሕ ኢዱ ኾም ዘይተሓጜበ ምስ ሚኣዚ፡ ተገሚመ።
56,565

56,566
am_tg
ጌታ ግን እንዲህ አለው፩ “እናንተ ፈሪሳውያን ጜዋውንና ሳህኑን ኹውጭ በኩል ታጞዳላቜሁፀ ውስጣቜሁ ግን በስግብግብነትና በክፋት ዹተሞላ ነው።
ጐይታ ግና ኹምዚ በሎ፩ “ሕጂ ኣቱም ፈሪሳውያን፡ ዝባን ዋንጫን ጻሕልን ትሓጜቡ፣ ውሜጥኹም ግና ስስዐን እኚይን ዝመላእኩም ኢኹም።
56,567

56,568
am_tg
እናንተ ማስተዋል ዚጎደላቜሁ! ዚውስጡንስ ዚሠራው ዹውጭውን ዚሠራው አይደለም?
ኣቱም ዓያሹ፡ እቲ ንዝባኑ ዝገበሚ፡ ንውሜጡስ ኣይገበሚንዶ፧
56,569

56,570
am_tg
ስለዚህ በልባቜሁ ውስጥ ያሉትን ነገሮቜ ምጜዋት አድርጋቜሁ ስጡፀ ያን ጊዜ በሁሉም ነገር ንጹሕ ትሆናላቜሁ።
ግናኞ፡ እቲ ኣብ ውሜጢ ዘሎ ኾም ምጜዋት ሃቡ፣ እንሆ ድማ፡ ኵሉ ጜሩይ ይዀነልኩም።
56,571

56,572
am_tg
እናንተ ፈሪሳውያን ወዮላቜሁ! ምክንያቱም ኚኮሰሚት፣ ኚጀና አዳምና ኚሌሎቜ አትክልቶቜ ሁሉ አሥራት ትሰጣላቜሁፀ ነገር ግን ዹአምላክን ፍትሕና እሱን መውደድን ቜላ ትላላቜሁ። እርግጥ አሥራት ዚመስጠት ግዎታ አለባቜሁፀ ሆኖም ሌሎቹን ነገሮቜ ቜላ ማለት አልነበሚባቜሁም።
ኣቱም ፈሪሳውያን፡ ካብ ናዕናዕን ካብ ጹና ኣዳምን ካብ ኵሉ ኣሕምልትን ዕሜር ትህቡ፣ ፍትሕን ፍቕሪ ኣምላኜን ግና ሾለል ትብሉ ኣለኹም እሞ፡ ወይለኹም! እዚ ኜትገብሩ ይግባእ፡ እቲ እውን ሾለል ክትብሉ ኣይግባእን።
56,573

56,574
am_tg
እናንተ ፈሪሳውያን ወዮላቜሁ! ምክንያቱም በምኩራብ ኚፊት መቀመጥ፣ በገበያ ቊታ ደግሞ ሰዎቜ እጅ እንዲነሷቜሁ ትፈልጋላቜሁ።
ኣቱም ፈሪሳውያን፡ ኣብ ምኵራባት ቀዳሞት መናብር፡ ኣብ ዕዳጋ ድማ ሰላምታ ትፈትዉ ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም!
56,575

56,576
am_tg
ሰዎቜ ሳያውቁ በላዩ ላይ ዚሚሄዱበትን ዹተሰወሹ መቃብር ስለምትመስሉ ወዮላቜሁ!”
ኚምቲ ሰባት ኚይፈለጡ ሚጊጟምዎ ዚሓልፉ ብንጹር ዘይርአ መቓብራት ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም!”
56,577

56,578
am_tg
ኹሕጉ አዋቂዎቜም አንዱ መልሶ “መምህር፣ እንዲህ ስትል እኮ እኛንም መስደብህ ነው” አለው።
ሓደ ኻብቶም ፈለጥቲ ሕጊ ድማ፡ “መምህር፡ ኹምዚ ኜትብል ኚለኻስ፡ ትጞርፈና ኣለኻ” ኢሉ መለሰሉ።
56,579

56,580
am_tg
በዚህ ጊዜ እንዲህ አለ፩ “እናንተ ዹሕጉ አዋቂዎቜም ወዮላቜሁ! ምክንያቱም ለመሾኹም ዚሚኚብድ ሾክም በሰው ላይ ትጭናላቜሁፀ እናንተ ራሳቜሁ ግን ሾክሙን በጣታቜሁ እንኳ አትነኩትም።
ንሱ ኞኣ ኹምዚ በለ፩ “ኣቱም ፈለጥቲ ሕጊ እውን፡ ንሰባት ኚቢድ ጟር ተሰክሙ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ግና ነቲ ጟር ብኣጻብዕኩም ኣይትትንክይዎን ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም!
56,581

56,582
am_tg
“አባቶቻቜሁ ዹገደሏቾውን ነቢያት መቃብሮቜ ስለምትሠሩ ወዮላቜሁ!
“መቓብር ነብያት ትሰርሑ ኢኹም፣ ግናኾ ኣቊታትኩም ቀቲሎምዎም እዮም እሞ፡ ወይለኹም።
56,583

56,584
am_tg
እንግዲህ እናንተ ለአባቶቻቜሁ ሥራ ምሥክሮቜ ናቜሁፀ ያም ሆኖ ዚእነሱን ሥራ ትደግፋላቜሁፀ ምክንያቱም እነሱ ነቢያትን ገደሉፀ እናንተ ደግሞ መቃብሮቻ቞ውን ትሠራላቜሁ።
ንሳቶም ንነብያት ቀቲሎምዎም፡ ንስኻትኩም ድማ መቓብሮም ትሰርሑ ኣለኹም እሞ፡ ንግብርታት ኣቊታትኩም መሰኻኜር ኢኹም፡ ትሰምርዎም እውን ኣለኹም።
56,585

56,586
am_tg
ስለዚህ ዹአምላክ ጥበብ እንዲህ አለቜፊ ‘ነቢያትንና ሐዋርያትን ወደ እነሱ እልካለሁፀ እነሱም አንዳንዶቹን ይገድላሉ በአንዳንዶቹም ላይ ስደት ያደርሳሉፀ
ስለዚ እያ ጥበብ ኣምላኜ ኹምዚ ዝበለትፊ ‘ነብያትን ሃዋርያትን ናባታቶም ክልእኜ እዚ፣ ንገሊኣቶም ድማ ኪቐትልዎምን ኪሰጕዎምን እዮም፣
56,587

56,588
am_tg
በመሆኑም ይህ ትውልድ ዓለም ኚተመሠሚተበት ጊዜ ጀምሮ ለፈሰሰው ዚነቢያት ደም ሁሉ ተጠያቂ ነውፀ
እዚ ኞኣ፡ እቲ ኻብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ ዝፈሰሰ ደም ኵሎም ነብያት፡ ካብዚ ወለዶ እዚ ምእንቲ ኺድለ እዩ፣
56,589

56,590
am_tg
ኚአቀል አንስቶ በመሠዊያውና በቀቱ መካኚል እስኚተገደለው እስኚ ዘካርያስ ድሚስ ለፈሰሰው ደም ተጠያቂ ነው።’ አዎ፣ እላቜኋለሁ፣ ይህ ትውልድ ይጠዚቅበታል።
ካብ ደም ኣቀል ኣትሒዙ ኜሳዕ ደም እቲ ኣብ መንጎ መሰውእን እታ ቀትን እተቐትለ ዘካርያስ ዝፈሰሰ ደም ኪድለ እዩ።’ እወ፡ እብለኩም ኣለኹ፡ ካብዚ ወለዶ እዚ ኺድለ እዩ።
56,591

56,592
am_tg
“እናንተ ዹሕጉ አዋቂዎቜ ወዮላቜሁ! ምክንያቱም ዚእውቀትን ቁልፍ ነጥቃቜሁ ወስዳቜኋል። እናንተ ራሳቜሁ አልገባቜሁምፀ ለመግባት ዚሚሞክሩትንም ትኚለክላላቜሁ።”
“ኣቱም ፈለጥቲ ሕጊ፡ መፍትሕ ፍልጠት ወሲድኩምሲ፡ ንስኻትኩም ኣይኣቶኹምን። ነቶም ኪኣትዉ ዚደልዩ እውን ኚልኪልኩምዎም ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም!”
56,593

56,594
am_tg
ኢዚሱስ ኚዚያ ወጥቶ ሲሄድ ጞሐፍትና ፈሪሳውያን ኹበው እያጚናነቁት ስለተለያዩ ነገሮቜ በመጠዹቅ ያዋክቡት ጀመርፀ
ካብኡ ምስ ኹደ ድማ፡ እቶም ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን ብርቱዕ ጞቕጢ ኺገብሩሉን ሕቶታት ኬብዝሑሉን ጀመሩ፣
56,595

56,596
am_tg
በሚናገሹውም ነገር ሊያጠምዱት ያደቡ ነበር።
ብገለ ዘሚባኡ ኺሕዝዎ ድማ ይጾናተውዎ ነበሩ።
56,597
tg_am
ብገለ ዘሚባኡ ኺሕዝዎ ድማ ይጾናተውዎ ነበሩ።
በሚናገሹውም ነገር ሊያጠምዱት ያደቡ ነበር።
56,598
am_tg
ብዙዎቜ እኛ ሙሉ እምነት ዚጣልንባ቞ውን መሚጃዎቜ ለማጠናቀር ዚተቻላ቞ውን ጥሚት አድርገዋልፀ
ብዙሓት ብዛዕባ እቲ ኣባና ምሉእ ብምሉእ እተኣምነ ነገራት ዛንታ ኺጜሕፉ ኻብ ጀመሩ፡
56,599