Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
56,600 | am_tg | ደግሞም ከመጀመሪያው አንስቶ የዓይን ምሥክሮች የነበሩ ሰዎችና መልእክቱን የሚያውጁ አገልጋዮች እነዚህን መረጃዎች ለእኛ አስተላልፈዋል። | እቶም ካብ መጀመርታ ብኣዒንቶም ዝረኣዩን ኣገልገልቲ እቲ መልእኽቲ ዝነበሩን ከም ዘመሓላለፉልና፡ |
56,601 | tg_am | እቶም ካብ መጀመርታ ብኣዒንቶም ዝረኣዩን ኣገልገልቲ እቲ መልእኽቲ ዝነበሩን ከም ዘመሓላለፉልና፡ | ደግሞም ከመጀመሪያው አንስቶ የዓይን ምሥክሮች የነበሩ ሰዎችና መልእክቱን የሚያውጁ አገልጋዮች እነዚህን መረጃዎች ለእኛ አስተላልፈዋል። |
56,602 | am_tg | ክቡር ቴዎፍሎስ ሆይ፣ እኔም በበኩሌ ሁሉንም ነገር ከመጀመሪያው አንስቶ በጥንቃቄ ስለመረመርኩ ታሪኩን በቅደም ተከተል ልጽፍልህ ወሰንኩ። | ኣነ እውን፡ ኦ ኽቡር ቴዎፍሎስ፡ ንዅሉ ኻብ ፈለማ ብልክዕ ስለ ዝመርመርክዎ፡ በብተራ ኽጽሕፈልካ ሓሲበ። |
56,603 | tg_am | ኣነ እውን፡ ኦ ኽቡር ቴዎፍሎስ፡ ንዅሉ ኻብ ፈለማ ብልክዕ ስለ ዝመርመርክዎ፡ በብተራ ኽጽሕፈልካ ሓሲበ። | ክቡር ቴዎፍሎስ ሆይ፣ እኔም በበኩሌ ሁሉንም ነገር ከመጀመሪያው አንስቶ በጥንቃቄ ስለመረመርኩ ታሪኩን በቅደም ተከተል ልጽፍልህ ወሰንኩ። |
56,604 | am_tg | ይህን ያደረግኩት በቃል የተማርካቸው ነገሮች እርግጠኛ መሆናቸውን በሚገባ እንድታውቅ ነው። | እቲ ብኣፍ እተመሃርካዮ ርግጽ ምዃኑ ኣጸቢቕካ ምእንቲ ኽትፈልጥ እየ ኸምኡ ገይረ። |
56,605 | tg_am | እቲ ብኣፍ እተመሃርካዮ ርግጽ ምዃኑ ኣጸቢቕካ ምእንቲ ኽትፈልጥ እየ ኸምኡ ገይረ። | ይህን ያደረግኩት በቃል የተማርካቸው ነገሮች እርግጠኛ መሆናቸውን በሚገባ እንድታውቅ ነው። |
56,606 | am_tg | በይሁዳ ንጉሥ በሄሮድስ ዘመን፣ በአቢያህ የክህነት ምድብ ውስጥ የሚያገለግል ዘካርያስ የሚባል አንድ ካህን ነበር። ሚስቱ የአሮን ዘር ስትሆን ስሟም ኤልሳቤጥ ነበር። | ብዘመን ሄሮድስ ንጉስ ይሁዳ፡ ካብ ክፍሊ ኣብያ፡ ዘካርያስ ዚብሃል ካህን ነበረ። ሰበይቱ ድማ ካብ ኣዋልድ ኣሮን ኰይና፡ ኤልሳቤጥ ዝስማ ነበረት። |
56,607 | tg_am | ብዘመን ሄሮድስ ንጉስ ይሁዳ፡ ካብ ክፍሊ ኣብያ፡ ዘካርያስ ዚብሃል ካህን ነበረ። ሰበይቱ ድማ ካብ ኣዋልድ ኣሮን ኰይና፡ ኤልሳቤጥ ዝስማ ነበረት። | በይሁዳ ንጉሥ በሄሮድስ ዘመን፣ በአቢያህ የክህነት ምድብ ውስጥ የሚያገለግል ዘካርያስ የሚባል አንድ ካህን ነበር። ሚስቱ የአሮን ዘር ስትሆን ስሟም ኤልሳቤጥ ነበር። |
56,608 | am_tg | ሁለቱም በአምላክ ፊት ጻድቃን ነበሩ፤ የይሖዋን ትእዛዛትና ሕግጋት ሁሉ እየጠበቁ ያለነቀፋ ይኖሩ ነበር። | ክልቲኦም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጻድቃን ነበሩ፣ ብዅሉ ትእዛዛትን ሕግታትን የሆዋ እውን ይመላለሱ ነበሩ። |
56,609 | tg_am | ክልቲኦም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጻድቃን ነበሩ፣ ብዅሉ ትእዛዛትን ሕግታትን የሆዋ እውን ይመላለሱ ነበሩ። | ሁለቱም በአምላክ ፊት ጻድቃን ነበሩ፤ የይሖዋን ትእዛዛትና ሕግጋት ሁሉ እየጠበቁ ያለነቀፋ ይኖሩ ነበር። |
56,610 | am_tg | ይሁን እንጂ ኤልሳቤጥ መሃን በመሆኗ ልጅ አልነበራቸውም፤ እንዲሁም ሁለቱም በዕድሜ የገፉ ነበሩ። | ኤልሳቤጥ መኻን ስለ ዝነበረት ግና፡ ውሉድ ኣይነበሮምን፣ ክልቲኦም ድማ ብዕድመ ዝደፍኡ ነበሩ። |
56,611 | tg_am | ኤልሳቤጥ መኻን ስለ ዝነበረት ግና፡ ውሉድ ኣይነበሮምን፣ ክልቲኦም ድማ ብዕድመ ዝደፍኡ ነበሩ። | ይሁን እንጂ ኤልሳቤጥ መሃን በመሆኗ ልጅ አልነበራቸውም፤ እንዲሁም ሁለቱም በዕድሜ የገፉ ነበሩ። |
56,612 | am_tg | አንድ ቀን ዘካርያስ እሱ ያለበት ምድብ ተራው ደርሶ በአምላክ ፊት በክህነት እያገለገለ ሳለ | ተራ ኽፍሉ በጺሑ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ካህን ኰይኑ ኼገልግል ከሎ፡ |
56,613 | tg_am | ተራ ኽፍሉ በጺሑ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ካህን ኰይኑ ኼገልግል ከሎ፡ | አንድ ቀን ዘካርያስ እሱ ያለበት ምድብ ተራው ደርሶ በአምላክ ፊት በክህነት እያገለገለ ሳለ |
56,614 | am_tg | በክህነት ሥርዓቱ መሠረት ወደ ይሖዋ ቤተ መቅደስ ገብቶ ዕጣን የሚያጥንበት ተራ ደረሰው። | ከም ልምዲ ኽህነት፡ ናብ መቕደስ የሆዋ ኣትዩ ዕጣን ኪዓጥን ግደ በጽሖ። |
56,615 | tg_am | ከም ልምዲ ኽህነት፡ ናብ መቕደስ የሆዋ ኣትዩ ዕጣን ኪዓጥን ግደ በጽሖ። | በክህነት ሥርዓቱ መሠረት ወደ ይሖዋ ቤተ መቅደስ ገብቶ ዕጣን የሚያጥንበት ተራ ደረሰው። |
56,616 | am_tg | ዕጣን በሚቀርብበትም ሰዓት ሕዝቡ ሁሉ በውጭ ሆነው ይጸልዩ ነበር። | በታ ዕጣን ዚዕጠነላ ሰዓት፡ ኵሉ እቲ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ወጻኢ ዀይኑ ይጽሊ ነበረ። |
56,617 | tg_am | በታ ዕጣን ዚዕጠነላ ሰዓት፡ ኵሉ እቲ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ወጻኢ ዀይኑ ይጽሊ ነበረ። | ዕጣን በሚቀርብበትም ሰዓት ሕዝቡ ሁሉ በውጭ ሆነው ይጸልዩ ነበር። |
56,618 | am_tg | የይሖዋም መልአክ ከዕጣን መሠዊያው በስተ ቀኝ ቆሞ ታየው። | መልኣኽ የሆዋ ድማ ብወገን የማን እቲ መሰውኢ ዕጣን ደው ኢሉ ተራእዮ። |
56,619 | tg_am | መልኣኽ የሆዋ ድማ ብወገን የማን እቲ መሰውኢ ዕጣን ደው ኢሉ ተራእዮ። | የይሖዋም መልአክ ከዕጣን መሠዊያው በስተ ቀኝ ቆሞ ታየው። |
56,620 | am_tg | ዘካርያስም መልአኩን ባየው ጊዜ ደነገጠ፤ በፍርሃትም ተዋጠ። | ዘካርያስ ከኣ ርእይዎ ተረበሸ፡ ብፍርሂ እውን ተዋሕጠ። |
56,621 | tg_am | ዘካርያስ ከኣ ርእይዎ ተረበሸ፡ ብፍርሂ እውን ተዋሕጠ። | ዘካርያስም መልአኩን ባየው ጊዜ ደነገጠ፤ በፍርሃትም ተዋጠ። |
56,622 | am_tg | መልአኩ ግን እንዲህ አለው፦ “ዘካርያስ፣ አትፍራ፤ ምክንያቱም አምላክ ያቀረብከውን ምልጃ ሰምቷል፤ ሚስትህ ኤልሳቤጥም ወንድ ልጅ ትወልድልሃለች፤ ስሙንም ዮሐንስ ትለዋለህ። | እቲ መልኣኽ ግና ከምዚ በሎ፦ “ዘካርያስ፡ ምህለላኻ ተሰሚዑልካ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ፣ ሰበይትኻ ኤልሳቤጥ ከኣ ወዲ ኽትወልደልካ እያ፣ ስሙ እውን ዮሃንስ ክትብሎ ኢኻ። |
56,623 | tg_am | እቲ መልኣኽ ግና ከምዚ በሎ፦ “ዘካርያስ፡ ምህለላኻ ተሰሚዑልካ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ፣ ሰበይትኻ ኤልሳቤጥ ከኣ ወዲ ኽትወልደልካ እያ፣ ስሙ እውን ዮሃንስ ክትብሎ ኢኻ። | መልአኩ ግን እንዲህ አለው፦ “ዘካርያስ፣ አትፍራ፤ ምክንያቱም አምላክ ያቀረብከውን ምልጃ ሰምቷል፤ ሚስትህ ኤልሳቤጥም ወንድ ልጅ ትወልድልሃለች፤ ስሙንም ዮሐንስ ትለዋለህ። |
56,624 | am_tg | አንተም ደስ ይልሃል፤ ሐሴትም ታደርጋለህ፤ ብዙዎችም በእሱ መወለድ ደስ ይላቸዋል፤ | ሓጐስን ዓብዪ ደስታን ኪዀነልካ እዩ፣ ብዙሓት ከኣ ብልደቱ ኺሕጐሱ እዮም፣ |
56,625 | tg_am | ሓጐስን ዓብዪ ደስታን ኪዀነልካ እዩ፣ ብዙሓት ከኣ ብልደቱ ኺሕጐሱ እዮም፣ | አንተም ደስ ይልሃል፤ ሐሴትም ታደርጋለህ፤ ብዙዎችም በእሱ መወለድ ደስ ይላቸዋል፤ |
56,626 | am_tg | በይሖዋ ፊት ታላቅ ይሆናልና። ይሁንና የወይን ጠጅም ሆነ ሌላ የሚያሰክር መጠጥ ፈጽሞ መጠጣት የለበትም፤ ከመወለዱ በፊት እንኳ በመንፈስ ቅዱስ ይሞላል፤ | ንሱስ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዓብዪ ኪኸውን እዩ። ወይኒ ዀነ ኣልኮላዊ መስተ ግና ኪሰቲ የብሉን፣ ካብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትሒዙ እኳ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ኪምላእ እዩ፣ |
56,627 | tg_am | ንሱስ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዓብዪ ኪኸውን እዩ። ወይኒ ዀነ ኣልኮላዊ መስተ ግና ኪሰቲ የብሉን፣ ካብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትሒዙ እኳ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ኪምላእ እዩ፣ | በይሖዋ ፊት ታላቅ ይሆናልና። ይሁንና የወይን ጠጅም ሆነ ሌላ የሚያሰክር መጠጥ ፈጽሞ መጠጣት የለበትም፤ ከመወለዱ በፊት እንኳ በመንፈስ ቅዱስ ይሞላል፤ |
56,628 | am_tg | ከእስራኤል ልጆች መካከልም ብዙዎቹን ወደ አምላካቸው ወደ ይሖዋ ይመልሳል። | ንብዙሓት ካብ ደቂ እስራኤል እውን፡ ናብ የሆዋ ኣምላኾም ኪመልሶም እዩ። |
56,629 | tg_am | ንብዙሓት ካብ ደቂ እስራኤል እውን፡ ናብ የሆዋ ኣምላኾም ኪመልሶም እዩ። | ከእስራኤል ልጆች መካከልም ብዙዎቹን ወደ አምላካቸው ወደ ይሖዋ ይመልሳል። |
56,630 | am_tg | በተጨማሪም ሰዎችን ለይሖዋ ያዘጋጅ ዘንድ የአባቶችን ልብ እንደ ልጆች ልብ ለማድረግ፣ የማይታዘዙትንም ሰዎች ወደ ጻድቃን ጥበብ ለመመለስ በኤልያስ መንፈስና ኃይል በአምላክ ፊት ይሄዳል።” | ንየሆዋ ብቑዕ ህዝቢ ምእንቲ ኼዳልወሉ፡ ልቢ ኣቦታት ናብ ውሉዳት፡ ንዘይእዙዛት ከኣ ናብ ጥበብ ጻድቃን ኪመልስ ኢሉ፡ ብመንፈስን ብሓይልን ኤልያስ፡ ቀቅድሚኡ ኪኸይድ እዩ።” |
56,631 | tg_am | ንየሆዋ ብቑዕ ህዝቢ ምእንቲ ኼዳልወሉ፡ ልቢ ኣቦታት ናብ ውሉዳት፡ ንዘይእዙዛት ከኣ ናብ ጥበብ ጻድቃን ኪመልስ ኢሉ፡ ብመንፈስን ብሓይልን ኤልያስ፡ ቀቅድሚኡ ኪኸይድ እዩ።” | በተጨማሪም ሰዎችን ለይሖዋ ያዘጋጅ ዘንድ የአባቶችን ልብ እንደ ልጆች ልብ ለማድረግ፣ የማይታዘዙትንም ሰዎች ወደ ጻድቃን ጥበብ ለመመለስ በኤልያስ መንፈስና ኃይል በአምላክ ፊት ይሄዳል።” |
56,632 | am_tg | ዘካርያስ መልአኩን “ይህ እንደሚሆን እንዴት እርግጠኛ መሆን እችላለሁ? እኔ እንደሆነ አርጅቻለሁ፤ ሚስቴም ዕድሜዋ ገፍቷል” አለው። | ዘካርያስ ከኣ ነቲ መልኣኽ፡ “ኣነ ኣሪገ እየ፡ ሰበይተይ እውን ብዕድመ ደፊኣ እያ እሞ፡ ብዛዕባ እዚ ኸመይ ኢለ ርግጸኛ ክኸውን እኽእል፧” በሎ። |
56,633 | tg_am | ዘካርያስ ከኣ ነቲ መልኣኽ፡ “ኣነ ኣሪገ እየ፡ ሰበይተይ እውን ብዕድመ ደፊኣ እያ እሞ፡ ብዛዕባ እዚ ኸመይ ኢለ ርግጸኛ ክኸውን እኽእል፧” በሎ። | ዘካርያስ መልአኩን “ይህ እንደሚሆን እንዴት እርግጠኛ መሆን እችላለሁ? እኔ እንደሆነ አርጅቻለሁ፤ ሚስቴም ዕድሜዋ ገፍቷል” አለው። |
56,634 | am_tg | መልአኩም መልሶ እንዲህ አለው፦ “እኔ በአምላክ አጠገብ በፊቱ የምቆመው ገብርኤል ነኝ፤ አንተን እንዳነጋግርህና ይህን ምሥራች እንዳበስርህ ተልኬአለሁ። | እቲ መልኣኽ ከኣ፡ “ኣነ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝቐውም ገብርኤል እየ፣ ክዛረበካን ብዛዕባ እዚ ኸበስረካን ድማ እየ ናባኻ ተላኢኸ። |
56,635 | tg_am | እቲ መልኣኽ ከኣ፡ “ኣነ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝቐውም ገብርኤል እየ፣ ክዛረበካን ብዛዕባ እዚ ኸበስረካን ድማ እየ ናባኻ ተላኢኸ። | መልአኩም መልሶ እንዲህ አለው፦ “እኔ በአምላክ አጠገብ በፊቱ የምቆመው ገብርኤል ነኝ፤ አንተን እንዳነጋግርህና ይህን ምሥራች እንዳበስርህ ተልኬአለሁ። |
56,636 | am_tg | ሆኖም የተወሰነለትን ጊዜ ጠብቆ የሚፈጸመውን ቃሌን ስላላመንክ ይህ ነገር እስኪፈጸም ድረስ ዱዳ ትሆናለህ! መናገርም አትችልም።” | እንሆ ኸኣ፡ ነቲ ኣብቲ ምዱብ ግዜኡ ዚፍጸም ቃለይ ስለ ዘይኣመንካ፡ ክሳዕ እታ እዚ ዚዀነላ መዓልቲ፡ ዓባስ ክትከውን፡ ምዝራብ እውን ክትስእን ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። |
56,637 | tg_am | እንሆ ኸኣ፡ ነቲ ኣብቲ ምዱብ ግዜኡ ዚፍጸም ቃለይ ስለ ዘይኣመንካ፡ ክሳዕ እታ እዚ ዚዀነላ መዓልቲ፡ ዓባስ ክትከውን፡ ምዝራብ እውን ክትስእን ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። | ሆኖም የተወሰነለትን ጊዜ ጠብቆ የሚፈጸመውን ቃሌን ስላላመንክ ይህ ነገር እስኪፈጸም ድረስ ዱዳ ትሆናለህ! መናገርም አትችልም።” |
56,638 | am_tg | ይህ በእንዲህ እንዳለ ሕዝቡ ዘካርያስን በመጠባበቅ ላይ ነበሩ፤ ቤተ መቅደሱ ውስጥ ብዙ በመቆየቱም ግራ ተጋቡ። | እቶም ህዝቢ ድማ ንዘካርያስ ይጽበይዎ ነበሩ፣ ኣብ መቕደስ ብምድንጓዩ እውን ገረሞም። |
56,639 | tg_am | እቶም ህዝቢ ድማ ንዘካርያስ ይጽበይዎ ነበሩ፣ ኣብ መቕደስ ብምድንጓዩ እውን ገረሞም። | ይህ በእንዲህ እንዳለ ሕዝቡ ዘካርያስን በመጠባበቅ ላይ ነበሩ፤ ቤተ መቅደሱ ውስጥ ብዙ በመቆየቱም ግራ ተጋቡ። |
56,640 | am_tg | በወጣ ጊዜም ሊያናግራቸው አልቻለም፤ እነሱም በቤተ መቅደሱ ውስጥ አንድ ራእይ እንዳየ ተገነዘቡ። ከዚያ በኋላ ዱዳ ስለሆነ በምልክት ብቻ ያናግራቸው ነበር። | ምስ ወጸ ኸኣ፡ ኪዛረቦም ኣይከኣለን፣ ንሳቶም ከኣ ኣብ መቕደስ ራእይ ከም ዝረኣየ ተገንዘቡ። ንሱ ድማ ብምልክት ገለጸሎም፡ ዓባስ ኰይኑ እውን ይነብር ነበረ። |
56,641 | tg_am | ምስ ወጸ ኸኣ፡ ኪዛረቦም ኣይከኣለን፣ ንሳቶም ከኣ ኣብ መቕደስ ራእይ ከም ዝረኣየ ተገንዘቡ። ንሱ ድማ ብምልክት ገለጸሎም፡ ዓባስ ኰይኑ እውን ይነብር ነበረ። | በወጣ ጊዜም ሊያናግራቸው አልቻለም፤ እነሱም በቤተ መቅደሱ ውስጥ አንድ ራእይ እንዳየ ተገነዘቡ። ከዚያ በኋላ ዱዳ ስለሆነ በምልክት ብቻ ያናግራቸው ነበር። |
56,642 | am_tg | በቤተ መቅደሱ ውስጥ ቅዱስ አገልግሎት የሚያቀርብባቸው ቀናት ሲያበቁ ወደ ቤቱ ሄደ። | መዓልትታት ቅዱስ ኣገልግሎቱ ምስ ተፈጸማ ድማ፡ ናብ ቤቱ ኸደ። |
56,643 | tg_am | መዓልትታት ቅዱስ ኣገልግሎቱ ምስ ተፈጸማ ድማ፡ ናብ ቤቱ ኸደ። | በቤተ መቅደሱ ውስጥ ቅዱስ አገልግሎት የሚያቀርብባቸው ቀናት ሲያበቁ ወደ ቤቱ ሄደ። |
56,644 | am_tg | ከተወሰኑ ቀናት በኋላ ሚስቱ ኤልሳቤጥ ፀነሰች፤ ለአምስት ወርም ከቤት ሳትወጣ ቆየች፤ እንዲህም አለች፦ | ድሕሪ ገለ መዓልትታት ከኣ፡ ኤልሳቤጥ ሰበይቱ ጠነሰት፣ ከምዚ እናበለት ከኣ ንሓሙሽተ ወርሒ ተሓብአት፦ |
56,645 | tg_am | ድሕሪ ገለ መዓልትታት ከኣ፡ ኤልሳቤጥ ሰበይቱ ጠነሰት፣ ከምዚ እናበለት ከኣ ንሓሙሽተ ወርሒ ተሓብአት፦ | ከተወሰኑ ቀናት በኋላ ሚስቱ ኤልሳቤጥ ፀነሰች፤ ለአምስት ወርም ከቤት ሳትወጣ ቆየች፤ እንዲህም አለች፦ |
56,646 | am_tg | “ይሖዋ በዚህ ወቅት ይህን አደረገልኝ። በሰዎች መካከል ይደርስብኝ የነበረውን ነቀፋ ለማስወገድ ፊቱን ወደ እኔ መለሰ።” | “የሆዋ በዘን መዓልትታት እዚአን ከምዚ ገይሩለይ። ካብ መንጎ ሰባት ሕስራነይ ምእንቲ ኼርሕቕ፡ ቈላሕታኡ ገይሩለይ።” |
56,647 | tg_am | “የሆዋ በዘን መዓልትታት እዚአን ከምዚ ገይሩለይ። ካብ መንጎ ሰባት ሕስራነይ ምእንቲ ኼርሕቕ፡ ቈላሕታኡ ገይሩለይ።” | “ይሖዋ በዚህ ወቅት ይህን አደረገልኝ። በሰዎች መካከል ይደርስብኝ የነበረውን ነቀፋ ለማስወገድ ፊቱን ወደ እኔ መለሰ።” |
56,648 | am_tg | ኤልሳቤጥ በፀነሰች በስድስተኛ ወሯ አምላክ መልአኩ ገብርኤልን በገሊላ ወደምትገኝ ናዝሬት ወደተባለች ከተማ ላከው፤ | ኣብ ሻድሻይ ወርሓ፡ ገብርኤል መልኣኽ ካብ ኣምላኽ ናብ ናዝሬት እትብሃል ከተማ ገሊላ ተላእከ፣ |
56,649 | tg_am | ኣብ ሻድሻይ ወርሓ፡ ገብርኤል መልኣኽ ካብ ኣምላኽ ናብ ናዝሬት እትብሃል ከተማ ገሊላ ተላእከ፣ | ኤልሳቤጥ በፀነሰች በስድስተኛ ወሯ አምላክ መልአኩ ገብርኤልን በገሊላ ወደምትገኝ ናዝሬት ወደተባለች ከተማ ላከው፤ |
56,650 | am_tg | የተላከውም ከዳዊት ቤት ለሆነ ዮሴፍ ለሚባል ሰው ወደታጨች አንዲት ድንግል ሲሆን የድንግሊቱም ስም ማርያም ነበር። | ናብታ ኻብ ቤት ዳዊት፡ ንዮሴፍ ዝስሙ ሰብኣይ እተሓጽየት ድንግል ድማ እዩ እተላእከ፣ ስም እታ ድንግል ከኣ ማርያም ነበረ። |
56,651 | tg_am | ናብታ ኻብ ቤት ዳዊት፡ ንዮሴፍ ዝስሙ ሰብኣይ እተሓጽየት ድንግል ድማ እዩ እተላእከ፣ ስም እታ ድንግል ከኣ ማርያም ነበረ። | የተላከውም ከዳዊት ቤት ለሆነ ዮሴፍ ለሚባል ሰው ወደታጨች አንዲት ድንግል ሲሆን የድንግሊቱም ስም ማርያም ነበር። |
56,652 | am_tg | መልአኩም ገብቶ “እጅግ የተባረክሽ ሆይ፣ ሰላም ለአንቺ ይሁን፤ ይሖዋ ከአንቺ ጋር ነው” አላት። | እቲ መልኣኽ ኣትዩ፡ “ሰላም፡ ኣቲ ብዙሕ ሞገስ ዝረኸበት፡ የሆዋ ምሳኺ እዩ” በላ። |
56,653 | tg_am | እቲ መልኣኽ ኣትዩ፡ “ሰላም፡ ኣቲ ብዙሕ ሞገስ ዝረኸበት፡ የሆዋ ምሳኺ እዩ” በላ። | መልአኩም ገብቶ “እጅግ የተባረክሽ ሆይ፣ ሰላም ለአንቺ ይሁን፤ ይሖዋ ከአንቺ ጋር ነው” አላት። |
56,654 | am_tg | እሷ ግን በንግግሩ በጣም ደንግጣ ይህ ሰላምታ ምን ትርጉም እንዳለው ለመረዳት በውስጧ ታስብ ጀመር። | ንሳ ግና በቲ ዘረባኡ ብዙሕ ተረበሸት፡ እንታይ ዓይነት ሰላምታ ምዃኑ ድማ ክትርድኦ ፈተነት። |
56,655 | tg_am | ንሳ ግና በቲ ዘረባኡ ብዙሕ ተረበሸት፡ እንታይ ዓይነት ሰላምታ ምዃኑ ድማ ክትርድኦ ፈተነት። | እሷ ግን በንግግሩ በጣም ደንግጣ ይህ ሰላምታ ምን ትርጉም እንዳለው ለመረዳት በውስጧ ታስብ ጀመር። |
56,656 | am_tg | ስለዚህ መልአኩ እንዲህ አላት፦ “ማርያም ሆይ፣ በአምላክ ፊት ሞገስ ስላገኘሽ አትፍሪ። | እቲ መልኣኽ ከኣ፡ “ማርያም፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሞገስ ረኺብኪ ኢኺ እሞ ኣይትፍርሂ፣ |
56,657 | tg_am | እቲ መልኣኽ ከኣ፡ “ማርያም፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሞገስ ረኺብኪ ኢኺ እሞ ኣይትፍርሂ፣ | ስለዚህ መልአኩ እንዲህ አላት፦ “ማርያም ሆይ፣ በአምላክ ፊት ሞገስ ስላገኘሽ አትፍሪ። |
56,658 | am_tg | እነሆም፣ ትፀንሻለሽ፤ ወንድ ልጅም ትወልጃለሽ፤ ስሙንም ኢየሱስ ትዪዋለሽ። | እንሆ ድማ፡ ክትጠንሲ፡ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣ ስሙ ኸኣ የሱስ ክትብልዮ ኢኺ። |
56,659 | tg_am | እንሆ ድማ፡ ክትጠንሲ፡ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣ ስሙ ኸኣ የሱስ ክትብልዮ ኢኺ። | እነሆም፣ ትፀንሻለሽ፤ ወንድ ልጅም ትወልጃለሽ፤ ስሙንም ኢየሱስ ትዪዋለሽ። |
56,660 | am_tg | እሱም ታላቅ ይሆናል፤ የልዑሉም አምላክ ልጅ ይባላል፤ ይሖዋ አምላክም የአባቱን የዳዊትን ዙፋን ይሰጠዋል፤ | ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣ የሆዋ ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ፣ |
56,661 | tg_am | ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣ የሆዋ ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ፣ | እሱም ታላቅ ይሆናል፤ የልዑሉም አምላክ ልጅ ይባላል፤ ይሖዋ አምላክም የአባቱን የዳዊትን ዙፋን ይሰጠዋል፤ |
56,662 | am_tg | በያዕቆብ ቤትም ላይ ለዘላለም ንጉሥ ሆኖ ይገዛል፤ ለመንግሥቱም መጨረሻ የለውም።” | ንሱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ቤት ያእቆብ ንዘለኣለም ኪነግስ እዩ፣ መንግስቱ እውን መወዳእታ የብላን” በላ። |
56,663 | tg_am | ንሱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ቤት ያእቆብ ንዘለኣለም ኪነግስ እዩ፣ መንግስቱ እውን መወዳእታ የብላን” በላ። | በያዕቆብ ቤትም ላይ ለዘላለም ንጉሥ ሆኖ ይገዛል፤ ለመንግሥቱም መጨረሻ የለውም።” |
56,664 | am_tg | ማርያም ግን መልአኩን “እኔ ከወንድ ጋር ግንኙነት ፈጽሜ ስለማላውቅ ይህ እንዴት ሊሆን ይችላል?” አለችው። | ማርያም ግና ነቲ መልኣኽ፡ “ምስ ሰብኣይ ጾታዊ ርክብ ዘይገብር ክነሰይሲ፡ እዚ ኸመይ ኢሉ ይኸውን፧” በለቶ። |
56,665 | tg_am | ማርያም ግና ነቲ መልኣኽ፡ “ምስ ሰብኣይ ጾታዊ ርክብ ዘይገብር ክነሰይሲ፡ እዚ ኸመይ ኢሉ ይኸውን፧” በለቶ። | ማርያም ግን መልአኩን “እኔ ከወንድ ጋር ግንኙነት ፈጽሜ ስለማላውቅ ይህ እንዴት ሊሆን ይችላል?” አለችው። |
56,666 | am_tg | መልአኩም መልሶ እንዲህ አላት፦ “መንፈስ ቅዱስ በአንቺ ላይ ይመጣል፤ የልዑሉም ኃይል በአንቺ ላይ ያርፋል። ስለሆነም የሚወለደው ልጅ ቅዱስና የአምላክ ልጅ ይባላል። | እቲ መልኣኽ ከኣ፡ “መንፈስ ቅዱስ ኪወርደኪ፡ ሓይሊ እቲ ልዑል እውን ኬጽልለኪ እዩ። ስለዚ ኸኣ፡ እቲ ዚውለድ፡ ቅዱስ፡ ወዲ ኣምላኽ ኪብሃል እዩ። |
56,667 | tg_am | እቲ መልኣኽ ከኣ፡ “መንፈስ ቅዱስ ኪወርደኪ፡ ሓይሊ እቲ ልዑል እውን ኬጽልለኪ እዩ። ስለዚ ኸኣ፡ እቲ ዚውለድ፡ ቅዱስ፡ ወዲ ኣምላኽ ኪብሃል እዩ። | መልአኩም መልሶ እንዲህ አላት፦ “መንፈስ ቅዱስ በአንቺ ላይ ይመጣል፤ የልዑሉም ኃይል በአንቺ ላይ ያርፋል። ስለሆነም የሚወለደው ልጅ ቅዱስና የአምላክ ልጅ ይባላል። |
56,668 | am_tg | እነሆ፣ ዘመድሽ ኤልሳቤጥም በስተርጅናዋ ወንድ ልጅ ፀንሳለች፤ መሃን ትባል የነበረ ቢሆንም ይኸው ስድስተኛ ወሯን ይዛለች፤ | እንሆ ድማ፡ ኤልሳቤጥ ዘመድኪ ኣብ እርጋና ወዲ ጠኒሳ ኣላ፣ ነታ መኻን እትብሃል ከኣ፡ እዚ ሻድሻይ ወርሓ እዩ፣ |
56,669 | tg_am | እንሆ ድማ፡ ኤልሳቤጥ ዘመድኪ ኣብ እርጋና ወዲ ጠኒሳ ኣላ፣ ነታ መኻን እትብሃል ከኣ፡ እዚ ሻድሻይ ወርሓ እዩ፣ | እነሆ፣ ዘመድሽ ኤልሳቤጥም በስተርጅናዋ ወንድ ልጅ ፀንሳለች፤ መሃን ትባል የነበረ ቢሆንም ይኸው ስድስተኛ ወሯን ይዛለች፤ |
56,670 | am_tg | አምላክ የተናገረው ቃል ሳይፈጸም አይቀርምና።” | ንኣምላኽሲ ዝበሎ ዘበለ ምፍጻሙ ኣይሰኣኖን እዩ” ኢሉ መለሰላ። |
56,671 | tg_am | ንኣምላኽሲ ዝበሎ ዘበለ ምፍጻሙ ኣይሰኣኖን እዩ” ኢሉ መለሰላ። | አምላክ የተናገረው ቃል ሳይፈጸም አይቀርምና።” |
56,672 | am_tg | በዚህ ጊዜ ማርያም “እነሆ፣ እኔ የይሖዋ ባሪያ ነኝ! እንደ ቃልህ ይሁንልኝ” አለች። ከዚያም መልአኩ ተለይቷት ሄደ። | ማርያም ከኣ፡ “እነኹ ባርያ የሆዋ፡ ከምቲ ዝበልካዮ ይኹነለይ” በለት። እቲ መልኣኽ ድማ ካብኣ ኸደ። |
56,673 | tg_am | ማርያም ከኣ፡ “እነኹ ባርያ የሆዋ፡ ከምቲ ዝበልካዮ ይኹነለይ” በለት። እቲ መልኣኽ ድማ ካብኣ ኸደ። | በዚህ ጊዜ ማርያም “እነሆ፣ እኔ የይሖዋ ባሪያ ነኝ! እንደ ቃልህ ይሁንልኝ” አለች። ከዚያም መልአኩ ተለይቷት ሄደ። |
56,674 | am_tg | ማርያምም በዚያው ሰሞን ተነስታ በተራራማው አገር ወደምትገኝ አንዲት የይሁዳ ከተማ በፍጥነት ሄደች፤ | በተን መዓልትታት እቲአን ከኣ፡ ማርያም ተንሲኣ፡ ተቐላጢፋ ናብ ከበሳ፡ ናብ ሓንቲ ኸተማ ይሁዳ ኸደት፣ |
56,675 | tg_am | በተን መዓልትታት እቲአን ከኣ፡ ማርያም ተንሲኣ፡ ተቐላጢፋ ናብ ከበሳ፡ ናብ ሓንቲ ኸተማ ይሁዳ ኸደት፣ | ማርያምም በዚያው ሰሞን ተነስታ በተራራማው አገር ወደምትገኝ አንዲት የይሁዳ ከተማ በፍጥነት ሄደች፤ |
56,676 | am_tg | ወደ ዘካርያስ ቤት ገብታም ኤልሳቤጥን ሰላም አለቻት። | ናብ ቤት ዘካርያስ ኣትያ ኸኣ፡ ንኤልሳቤጥ ሰላም በለታ። |
56,677 | tg_am | ናብ ቤት ዘካርያስ ኣትያ ኸኣ፡ ንኤልሳቤጥ ሰላም በለታ። | ወደ ዘካርያስ ቤት ገብታም ኤልሳቤጥን ሰላም አለቻት። |
56,678 | am_tg | ኤልሳቤጥ የማርያምን ሰላምታ በሰማች ጊዜ በማህፀኗ ውስጥ ያለው ፅንስ ዘለለ፤ ኤልሳቤጥም በመንፈስ ቅዱስ ተሞላች፤ | ኤልሳቤጥ ሰላምታ ማርያም ምስ ሰምዐት ድማ፡ እቲ ሕጻን ኣብ ከርሳ ተሰራሰረ፣ ኤልሳቤጥ ከኣ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኣ፡ |
56,679 | tg_am | ኤልሳቤጥ ሰላምታ ማርያም ምስ ሰምዐት ድማ፡ እቲ ሕጻን ኣብ ከርሳ ተሰራሰረ፣ ኤልሳቤጥ ከኣ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኣ፡ | ኤልሳቤጥ የማርያምን ሰላምታ በሰማች ጊዜ በማህፀኗ ውስጥ ያለው ፅንስ ዘለለ፤ ኤልሳቤጥም በመንፈስ ቅዱስ ተሞላች፤ |
56,680 | am_tg | ድምፅዋንም ከፍ አድርጋ እንዲህ አለች፦ “አንቺ ከሴቶች መካከል የተባረክሽ ነሽ፤ የማህፀንሽም ፍሬ የተባረከ ነው! | ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ንስኺ ኻብ ኣንስቲ ብርኽቲ ኢኺ፡ ፍረ ኸርስኺ እውን ብሩኽ እዩ! |
56,681 | tg_am | ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ንስኺ ኻብ ኣንስቲ ብርኽቲ ኢኺ፡ ፍረ ኸርስኺ እውን ብሩኽ እዩ! | ድምፅዋንም ከፍ አድርጋ እንዲህ አለች፦ “አንቺ ከሴቶች መካከል የተባረክሽ ነሽ፤ የማህፀንሽም ፍሬ የተባረከ ነው! |
56,682 | am_tg | የጌታዬ እናት ወደ እኔ መምጣቷ ለእኔ እንዴት ያለ ታላቅ ክብር ነው! | ኣደ ጐይታይ ናባይ ክትመጽስ፡ እዚ ኸመይ ኢሉ ዀይኑለይ፧ |
56,683 | tg_am | ኣደ ጐይታይ ናባይ ክትመጽስ፡ እዚ ኸመይ ኢሉ ዀይኑለይ፧ | የጌታዬ እናት ወደ እኔ መምጣቷ ለእኔ እንዴት ያለ ታላቅ ክብር ነው! |
56,684 | am_tg | እነሆ፣ የሰላምታሽን ድምፅ እንደሰማሁ በማህፀኔ ያለው ፅንስ በደስታ ዘሏልና። | እንሆ፡ ድምጺ ሰላምታኺ ኣብ ኣእዛነይ ምስ በጽሐ፡ ኣብ ከርሰይ ዘሎ ሕጻን ብሓጐስ ተሰራሲሩ። |
56,685 | tg_am | እንሆ፡ ድምጺ ሰላምታኺ ኣብ ኣእዛነይ ምስ በጽሐ፡ ኣብ ከርሰይ ዘሎ ሕጻን ብሓጐስ ተሰራሲሩ። | እነሆ፣ የሰላምታሽን ድምፅ እንደሰማሁ በማህፀኔ ያለው ፅንስ በደስታ ዘሏልና። |
56,686 | am_tg | ይሖዋ የነገራት ነገር ሙሉ በሙሉ የሚፈጸም በመሆኑ ይህን ያመነች ደስተኛ ነች።” | እቲ ኻብ የሆዋ እተነግረላ ቓል ኪፍጸም እዩ እሞ፡ እታ ዝኣመነት ሕጕስቲ እያ” በለት። |
56,687 | tg_am | እቲ ኻብ የሆዋ እተነግረላ ቓል ኪፍጸም እዩ እሞ፡ እታ ዝኣመነት ሕጕስቲ እያ” በለት። | ይሖዋ የነገራት ነገር ሙሉ በሙሉ የሚፈጸም በመሆኑ ይህን ያመነች ደስተኛ ነች።” |
56,688 | am_tg | ማርያምም እንዲህ አለች፦ “ነፍሴ ይሖዋን ከፍ ከፍ ታደርገዋለች፤ | ማርያም ድማ ከምዚ በለት፦ “ነፍሰይ ንየሆዋ ተዕብዮ፡ |
56,689 | tg_am | ማርያም ድማ ከምዚ በለት፦ “ነፍሰይ ንየሆዋ ተዕብዮ፡ | ማርያምም እንዲህ አለች፦ “ነፍሴ ይሖዋን ከፍ ከፍ ታደርገዋለች፤ |
56,690 | am_tg | መንፈሴም አዳኜ በሆነው አምላክ እጅግ ደስ ይሰኛል፤ | መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይበሎ፣ |
56,691 | tg_am | መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይበሎ፣ | መንፈሴም አዳኜ በሆነው አምላክ እጅግ ደስ ይሰኛል፤ |
56,692 | am_tg | ምክንያቱም የባሪያውን መዋረድ ተመልክቷል። እነሆ፣ ከአሁን ጀምሮ ትውልድ ሁሉ ደስተኛ ይሉኛል፤ | ከመይሲ፡ ባርያኡ ለጠቕ ዝበለት ምዃና ርእዩ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶታት ሕጕስቲ ኺብሉኒ እዮም፣ |
56,693 | tg_am | ከመይሲ፡ ባርያኡ ለጠቕ ዝበለት ምዃና ርእዩ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶታት ሕጕስቲ ኺብሉኒ እዮም፣ | ምክንያቱም የባሪያውን መዋረድ ተመልክቷል። እነሆ፣ ከአሁን ጀምሮ ትውልድ ሁሉ ደስተኛ ይሉኛል፤ |
56,694 | am_tg | ምክንያቱም ኃያል የሆነው አምላክ ታላላቅ ነገሮች አድርጎልኛል፤ ስሙም ቅዱስ ነው፤ | ምኽንያቱ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ግብሪ ገይሩለይ እዩ፡ ስሙ እውን ቅዱስ እዩ፣ |
56,695 | tg_am | ምኽንያቱ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ግብሪ ገይሩለይ እዩ፡ ስሙ እውን ቅዱስ እዩ፣ | ምክንያቱም ኃያል የሆነው አምላክ ታላላቅ ነገሮች አድርጎልኛል፤ ስሙም ቅዱስ ነው፤ |
56,696 | am_tg | ምሕረቱም በሚፈሩት ሁሉ ላይ ከትውልድ እስከ ትውልድ ይኖራል። | ምሕረቱ ኸኣ ኣብቶም ዚፈርህዎ ንውሉድ ወለዶ እዩ። |
56,697 | tg_am | ምሕረቱ ኸኣ ኣብቶም ዚፈርህዎ ንውሉድ ወለዶ እዩ። | ምሕረቱም በሚፈሩት ሁሉ ላይ ከትውልድ እስከ ትውልድ ይኖራል። |
56,698 | am_tg | በክንዱም ታላላቅ ሥራዎች አከናውኗል፤ በልባቸው ሐሳብ ትዕቢተኛ የሆኑትንም በትኗቸዋል። | ብቕልጽሙ ሓያል ግብርታት ገይሩ፡ ነቶም ብሓሳብ ልቦም ዕቡያት ዝዀኑ ድማ ፋሕ ኣቢልዎም። |
56,699 | tg_am | ብቕልጽሙ ሓያል ግብርታት ገይሩ፡ ነቶም ብሓሳብ ልቦም ዕቡያት ዝዀኑ ድማ ፋሕ ኣቢልዎም። | በክንዱም ታላላቅ ሥራዎች አከናውኗል፤ በልባቸው ሐሳብ ትዕቢተኛ የሆኑትንም በትኗቸዋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.