Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
56,700
am_tg
ኃያላን ሰዎችን ከዙፋናቸው አውርዷል፤ ዝቅ ያሉትንም ከፍ አድርጓል፤
ንሰበ ስልጣን ካብ ዝፋናት ኣውሪድዎም፡ ንትሑታት ከኣ ልዕል ኣቢልዎም፣
56,701
tg_am

56,702
am_tg
የተራቡትን በመልካም ነገሮች አጥግቧል፤ ሀብታሞችንም ባዶ እጃቸውን ሰዷቸዋል።
ንጥሙያት ብጽቡቕ ነገር ኣጽጊብዎም፡ ንሃብታማት እውን ጥራይ ኢዶም ሰዲድዎም።
56,703

56,704
am_tg
ምሕረቱን በማስታወስ አገልጋዩን እስራኤልን ረድቷል፤
ምሕረቱ ንዘለኣለም ዘኪሩስ ንእስራኤል ጊልያኡ ረዲእዎ፣
56,705
tg_am
ምሕረቱ ንዘለኣለም ዘኪሩስ ንእስራኤል ጊልያኡ ረዲእዎ፣
ምሕረቱን በማስታወስ አገልጋዩን እስራኤልን ረድቷል፤
56,706
am_tg
ይህን ያደረገው ለአባቶቻችን በገባው ቃል መሠረት ለአብርሃምና ለዘሩ ለዘላለም ምሕረት ለማሳየት ነው።”
ከምቲ ንኣቦታትና፡ ንኣብርሃምን ንዘርኡን ዝነገሮም ድማ ገይሩ።”
56,707

56,708
am_tg
ማርያምም ከኤልሳቤጥ ጋር ሦስት ወር ያህል ከቆየች በኋላ ወደ ቤቷ ተመለሰች።
ማርያም ኣስታት ሰለስተ ወርሒ ዚኣክል ምስኣ ጸኒሓ፡ ናብ ቤታ ተመልሰት።
56,709

56,710
am_tg
ኤልሳቤጥ የመውለጃዋ ጊዜ ደረሰና ወንድ ልጅ ወለደች።
ኤልሳቤጥ እትወልደሉ እዋን በጽሐ፣ ወዲ እውን ወለደት።
56,711
tg_am
ኤልሳቤጥ እትወልደሉ እዋን በጽሐ፣ ወዲ እውን ወለደት።
ኤልሳቤጥ የመውለጃዋ ጊዜ ደረሰና ወንድ ልጅ ወለደች።
56,712
am_tg
ጎረቤቶቿና ዘመዶቿም ይሖዋ ታላቅ ምሕረት እንዳደረገላት ሰምተው የደስታዋ ተካፋዮች ሆኑ።
ጐረባብታን ኣዝማዳን ድማ፡ የሆዋ ምሕረቱ ኸም ዘዕበየላ ሰሚዖም፡ ምስኣ ተሓጐሱ።
56,713

56,714
am_tg
በስምንተኛው ቀን ሕፃኑን ሊገርዙት መጡ፤ በአባቱም ስም ዘካርያስ ብለው ሊጠሩት ፈልገው ነበር።
ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ነቲ ሕጻን ኪገዝርዎ መጹ፣ ብስም ኣቦኡ ኸኣ ዘካርያስ ኢሎም ኪሰምይዎ ደለዩ።
56,715

56,716
am_tg
እናትየው ግን መልሳ “አይሆንም! ዮሐንስ ይባል” አለች።
ኣዲኡ ግና፡ “ኣይፋሉን፡ ዮሃንስ ደኣ እዩ ዚስመ” ኢላ መለሰት።
56,717

56,718
am_tg
በዚህ ጊዜ “ከዘመዶችሽ መካከል በዚህ ስም የተጠራ ማንም የለም” አሏት።
ንሳቶም ከኣ፡ “ካብ ኣዝማድኪ በዚ ስም እዚ እተሰምየ የልቦን” በልዋ።
56,719

56,720
am_tg
ከዚያም አባቱን ማን ተብሎ እንዲጠራ እንደሚፈልግ በምልክት ጠየቁት።
ንኣቦኡ ድማ፡ እንታይ ኪስመ ኸም ዚደሊ፡ ብምልክት ሓተትዎ።
56,721

56,722
am_tg
እሱም የእንጨት ጽላት እንዲያመጡለት ጠየቀና “ስሙ ዮሐንስ ነው” ብሎ ጻፈ። በዚህ ጊዜ ሁሉም ተደነቁ።
ንሱ ሰሌዳ ለሚኑ፡ “ስሙ ዮሃንስ እዩ” ኢሉ ጸሓፈ። ኵላቶም ከኣ ተገረሙ።
56,723

56,724
am_tg
ወዲያውም አፉ ተከፈተ፤ ምላሱም ተፈቶ መናገር ጀመረ፤ አምላክንም አወደሰ።
ብቕጽበት ኣፉ ተኸፍተ፡ ልሳኑ እውን ተፈትሐ፡ ንኣምላኽ እናወደሶ ኸኣ ተዛረበ።
56,725

56,726
am_tg
ጎረቤቶቻቸውም ሁሉ በፍርሃት ተዋጡ፤ የሆነውም ነገር ሁሉ በተራራማው የይሁዳ አገር በሙሉ ይወራ ጀመር።
ኵሎም እቶም ጐረባብቶም ከኣ ፈርሁ፣ እዚ ዅሉ ድማ ኣብ ብዘሎ ኸበሳ ይሁዳ ተወርየ።
56,727

56,728
am_tg
ይህን የሰሙም ሁሉ “የዚህ ሕፃን መጨረሻ ምን ይሆን?” በማለት ነገሩን በልባቸው ያዙ። የይሖዋ እጅ ከእሱ ጋር እንደሆነ በግልጽ ይታይ ነበርና።
ዝሰምዕዎ ዘበሉ ኸኣ፡ “እዚ ሕጻን እዝስ እንታይ ኰን ኪኸውን እዩ፧” ኢሎም ኣብ ልቦም ሓዝዎ። ኢድ የሆዋስ ምስኡ ነበረት።
56,729

56,730
am_tg
ከዚያም አባቱ ዘካርያስ በመንፈስ ቅዱስ ተሞልቶ እንዲህ ሲል ትንቢት ተናገረ፦
ንኣቦኡ ዘካርያስ ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦ እሞ፡ ከምዚ ኢሉ ተነበየ፦
56,731

56,732
am_tg
“የእስራኤል አምላክ ይሖዋ ፊቱን ወደ ሕዝቡ ስለመለሰና ሕዝቡን ስላዳነ ውዳሴ ይድረሰው።
“የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ ቈላሕታኡ ናብ ህዝቡ ስለ ዝገበረን ስለ ዘድሓኖምን ይወደስ።
56,733

56,734
am_tg
ደግሞም በአገልጋዩ በዳዊት ቤት የመዳን ቀንድ አስነስቶልናል፤
ኣብ ቤት ዳዊት እቲ ጊልያኡ፡ ቀርኒ ድሕነት ኣተንሲኡልና ኣሎ፣
56,735
tg_am
ኣብ ቤት ዳዊት እቲ ጊልያኡ፡ ቀርኒ ድሕነት ኣተንሲኡልና ኣሎ፣
ደግሞም በአገልጋዩ በዳዊት ቤት የመዳን ቀንድ አስነስቶልናል፤
56,736
am_tg
ይህም ከጥንት ዘመን ጀምሮ በነበሩት ቅዱሳን ነቢያቱ አፍ በተናገረው መሠረት ነው።
ከምቲ ብኣፍ እቶም ካብ ጥንቲ ዝነበሩ ቕዱሳት ነብያት እተዛረቦ፡
56,737

56,738
am_tg
ከባላጋራዎቻችንና ከሚጠሉን ሰዎች ሁሉ እጅ እንደሚያድነን ቃል ገብቷል።
ካብ ጸላእትናን ካብ ኢድ ኵሎም ዚጸልኡናን ኬድሕነና እዩ፣
56,739

56,740
am_tg
ለአባቶቻችን በሰጠው ተስፋ መሠረት ምሕረት ያሳየናል፤ ቅዱስ ቃል ኪዳኑንም ያስታውሳል።
ምእንቲ ኣቦታትና ኢሉ ምሕረት ኪገብር፡ ነቲ ቕዱስ ኪዳኑ ድማ ኪዝክሮ፡
56,741

56,742
am_tg
ይህም ቃል ኪዳን ለአባታችን ለአብርሃም የማለው መሐላ ነው፤
ማለት ነቲ ንኣቦና ኣብርሃም ዝመሓለሉ ማሕላ ኺዝክሮ እዩ፣
56,743
tg_am
ማለት ነቲ ንኣቦና ኣብርሃም ዝመሓለሉ ማሕላ ኺዝክሮ እዩ፣
ይህም ቃል ኪዳን ለአባታችን ለአብርሃም የማለው መሐላ ነው፤
56,744
am_tg
በመሐላው መሠረትም ከጠላቶቻችን እጅ ነፃ ካወጣን በኋላ ለእሱ ያለፍርሃት ቅዱስ አገልግሎት የማቅረብ መብት ይሰጠናል፤
ካብ ኣእዳው ጸላእትና ምስ ተናገፍና፡ ከይፈራህና ኸነገልግሎ ኺፈቕደልና እዩ፣
56,745

56,746
am_tg
ይህም ታማኝ እንድንሆንና በሕይወት ዘመናችን ሁሉ ጽድቅ የሆነውን ነገር እንድናደርግ ነው።
ኵለን መዓልትታትና ኣብ ቅድሚኡ ብተኣማንነትን ብጽድቅን ክንነብር ኢና።
56,747

56,748
am_tg
ደግሞም አንተ ሕፃን፣ መንገዱን ለማዘጋጀት ቀድመህ በይሖዋ ፊት ስለምትሄድ የልዑሉ ነቢይ ትባላለህ፤
ንስኻ ግና ኣታ ሕጻን፡ መገድታቱ ኸተዳሉ ቐቅድሚ የሆዋ ኽትከይድ ኢኻ እሞ፡ ነብዪ እቲ ልዑል ክትብሃል ኢኻ፣
56,749

56,750
am_tg
ለሕዝቡም ኃጢአታቸው ይቅር ተብሎላቸው መዳን እንዲያገኙ የሚያስችላቸውን እውቀት ትሰጣቸዋለህ፤
ንህዝቡ ብሕድገት ሓጢኣቶም፡ ፍልጠት ድሕነት ክትህቦም ኢኻ፣
56,751

56,752
am_tg
ይህም የሆነው አምላካችን ከአንጀት ስለራራልን ነው። ከዚህ ርኅራኄም የተነሳ እንደ ንጋት ፀሐይ የሚያበራ ብርሃን ከላይ ይወጣልናል፤
እዚ ድማ ሳላ ርሕራሐ ኣምላኽና እዩ ዚርከብ። በዚ ኸኣ፡ ካብ ላዕሊ በርቂ ጸሓይ ኪበጽሓና እዩ፣
56,753

56,754
am_tg
ይኸውም በጨለማና በሞት ጥላ ውስጥ ለተቀመጡት ብርሃን ለመስጠት እንዲሁም እግሮቻችንን በሰላም መንገድ ለመምራት ነው።”
እዚ እውን፡ ነቶም ኣብ ጸልማትን ኣብ ጽላሎት ሞትን ተቐሚጦም ዘለዉ ምእንቲ ኼብርህ፡ ንኣእጋርና ድማ ናብ መገዲ ሰላም ምእንቲ ኬቕንዕ እዩ።”
56,755

56,756
am_tg
ሕፃኑም አደገ፤ በመንፈስም ጠነከረ፤ ለእስራኤልም በይፋ እስከታየበት ቀን ድረስ በበረሃ ኖረ።
እቲ ሕጻን ዓበየ፡ ብመንፈስ ከኣ በርትዐ፣ ክሳዕ እታ ንእስራኤል እተገልጸላ መዓልቲ እውን ኣብ በረኻ ይነብር ነበረ።
56,757

56,758
am_tg
ኢየሱስ ለሕዝቡ ተናግሮ ከጨረሰ በኋላ ወደ ቅፍርናሆም ገባ።
ነቶም ህዝቢ ዚብሎም ኵሉ ዘረባ ምስ ወድአ፡ ናብ ቅፍርናሆም ኣተወ።
56,759

56,760
am_tg
በዚያም አንድ የጦር መኮንን ነበር፤ በጣም የሚወደው ባሪያውም በጠና ታሞ ሊሞት ተቃርቦ ነበር።
ሓደ ሓለቓ ሚእቲ ኸኣ፡ ዜኽብሮ ባርያኡ ሓሚሙ፡ ኪመውት ቀሪቡ ነበረ።
56,761

56,762
am_tg
እሱም ስለ ኢየሱስ ሲሰማ መጥቶ ባሪያውን እንዲፈውስለት ይለምኑለት ዘንድ የተወሰኑ አይሁዳውያን ሽማግሌዎችን ላከ።
ብዛዕባ የሱስ ምስ ሰምዐ፡ መጺኡ ንባርያኡ ምእንቲ ኼሕውየሉ፡ ኪልምንዎ ኢሉ ዓበይቲ ኣይሁድ ለኣኸሉ።
56,763

56,764
am_tg
እነሱም ወደ ኢየሱስ መጥተው እንዲህ በማለት ተማጸኑት፦ “ይህን ሰው ልትረዳው ይገባል፤
እቶም ናብ የሱስ ዝመጹ፡ ከምዚ እናበሉ ኣጽኒዖም ለመንዎ፦ “እዚ ኽትገብረሉ ይግብኦ እዩ፣
56,765

56,766
am_tg
ምክንያቱም ሕዝባችንን ይወዳል፤ ምኩራባችንንም ያሠራልን እሱ ነው።”
ከመይሲ፡ ንህዝብና ይፈቱ፡ ምኵራብ እውን ሃኒጹልና እዩ።”
56,767

56,768
am_tg
ስለዚህ ኢየሱስ አብሯቸው ሄደ። ሆኖም ወደ ቤቱ በተቃረበ ጊዜ መኮንኑ ወዳጆቹን እንዲህ ሲል ወደ ኢየሱስ ላከ፦ “ጌታዬ፣ በቤቴ ጣሪያ ሥር ልትገባ የሚገባኝ ሰው ስላልሆንኩ አትድከም።
የሱስ ከኣ ምሳታቶም ከደ። ናብ ቤቱ ምስ ቀረበ ግና፡ እቲ ሓለቓ ሚእቲ ኣዕሩኹ ልኢኹ፡ ከምዚ በሎ፦ “ጐይታይ፡ ንስኻ ናብ ትሕቲ ናሕሰይ ክትኣቱ፡ ኣነ ብቑዕ ኣይኰንኩን እሞ፡ ኣይትድከም።
56,769

56,770
am_tg
ከዚህም የተነሳ አንተ ፊት መቅረብ የሚገባኝ ሰው እንደሆንኩ አልተሰማኝም። ስለዚህ አንተ አንድ ቃል ተናገርና አገልጋዬ ይፈወስ።
ስለዚ ድማ እየ ናባኻ ንምምጻእ፡ ንርእሰይ ብቕዕቲ ገይረ ዘይቈጸርክዋ። ሓንቲ ቓል በል እምበር፡ ጊልያይ ኪሓዊ እዩ።
56,771

56,772
am_tg
እኔ ራሴ የምታዘዛቸው የበላይ አዛዦች አሉ፤ ለእኔም የሚታዘዙ የበታች ወታደሮች አሉኝ፤ አንዱን ‘ሂድ!’ ስለው ይሄዳል፤ ሌላውንም ‘ና!’ ስለው ይመጣል፤ ባሪያዬንም ‘ይህን አድርግ!’ ስለው ያደርጋል።”
ከመይሲ፡ ኣነ እውን ኣብ ትሕቲ ስልጣን ዝመሓደር ሰብ እየ፡ ኣብ ትሕተይ ድማ ወተሃደራት ኣለዉኒ እሞ፡ ነዚ፡ ‘ኪድ!’ እብሎ፡ ይኸይድ፣ ንኻልእ ከኣ፡ ‘ንዓ!’ እብሎ፡ ይመጽእ፣ ንባርያይ እውን፡ ‘እዚ ግበር!’ እብሎ፡ ንሱ ኸኣ ይገብር።”
56,773

56,774
am_tg
ኢየሱስ ይህን በሰማ ጊዜ በሰውየው በጣም ተደንቆ ይከተለው ወደነበረው ሕዝብ ዞር በማለት “እላችኋለሁ፣ በእስራኤል ውስጥ እንኳ እንዲህ ዓይነት ታላቅ እምነት አላገኘሁም” አለ።
የሱስ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ብእኡ ተገረመ፣ ናብቶም ዚስዕብዎ ዝነበሩ ህዝቢ ግልጽ ኢሉ ኸኣ፡ “ከምዚኣ ዝበለት ዓባይ እምነትሲ፡ ኣብ እስራኤል እኳ ኣይረኸብኩን፡ እብለኩም ኣለኹ” በሎም።
56,775

56,776
am_tg
የተላኩትም ሰዎች ወደ ቤት ሲመለሱ ባሪያው ድኖ አገኙት።
እቶም እተላእኩ ናብ ቤት ምስ ተመልሱ ድማ፡ እቲ ባርያ ጥዕዩ ረኸብዎ።
56,777

56,778
am_tg
ከዚህ በኋላ ብዙም ሳይቆይ ናይን ወደምትባል ከተማ ተጓዘ፤ ደቀ መዛሙርቱና ሌሎች ብዙ ሰዎችም አብረውት ይጓዙ ነበር።
ደድሕርዚ፡ ናይን ናብ እትብሃል ከተማ ኸደ፣ ደቀ መዛሙርቱን ብዙሕ ህዝብን ከኣ ምስኡ ይኸዱ ነበሩ።
56,779

56,780
am_tg
ወደ ከተማዋ መግቢያ ሲቃረብ ሰዎች የአንድ ሰው አስከሬን ተሸክመው በመውጣት ላይ ነበሩ፤ ሟቹ ለእናቱ አንድ ልጇ ነበር። በተጨማሪም እናቱ መበለት ነበረች። ብዙ የከተማዋ ሕዝብም ከእሷ ጋር ነበር።
ናብ ኣፍ ደገ እታ ኸተማ ምስ ቀረበ፡ እንሆ፡ ምዉት ተጾይሩ ወጸ፣ ንሱ ንኣዲኡ ሓደ ወዳ ነበረ። ንሳ ኸኣ መበለት ነበረት። ካብታ ኸተማ እውን ብዙሓት ሰባት ምስኣ ነበሩ።
56,781

56,782
am_tg
ጌታ ባያት ጊዜ በጣም አዘነላትና “በቃ፣ አታልቅሺ” አላት።
ጐይታ ምስ ረኣያ፡ ደንገጸላ፡ “ደጊም ኣይትብከዪ” እውን በላ።
56,783
tg_am
ጐይታ ምስ ረኣያ፡ ደንገጸላ፡ “ደጊም ኣይትብከዪ” እውን በላ።
ጌታ ባያት ጊዜ በጣም አዘነላትና “በቃ፣ አታልቅሺ” አላት።
56,784
am_tg
ከዚያም ቀረብ ብሎ ቃሬዛውን ነካ፤ የተሸከሙት ሰዎችም ባሉበት ቆሙ፤ ኢየሱስም “አንተ ወጣት፣ ተነስ እልሃለሁ!” አለ።
ቀሪቡ ነቲ ቓሬዛ ተንከዮ፡ እቶም ጸወርቲ እውን ደው በሉ። ንሱ ኸኣ፡ “ኣታ ጐበዝ፡ ተንስእ፡ እብለካ ኣለኹ!” በሎ።
56,785

56,786
am_tg
የሞተውም ሰው ቀና ብሎ ተቀመጠና መናገር ጀመረ፤ ኢየሱስም ለእናቱ ሰጣት።
እቲ ምዉት ተንሲኡ ተቐመጠ፡ ምዝራብ እውን ጀመረ፡ የሱስ ከኣ ንኣዲኡ ሃባ።
56,787

56,788
am_tg
በዚህ ጊዜ ሁሉም በፍርሃት ተውጠው “ታላቅ ነቢይ በመካከላችን ተነስቷል፤” እንዲሁም “አምላክ ሕዝቡን አሰበ” እያሉ አምላክን ያወድሱ ጀመር።
ንዅላቶም ፍርሃት ሓዞም፡ “ዓብዪ ነብዪ ተንሲኡልና፡” ከምኡ ድማ “ኣምላኽ፡ ቈላሕታኡ ናብ ህዝቡ ገይሩ” እናበሉ ኸኣ ንኣምላኽ ኣሞገስዎ።
56,789

56,790
am_tg
ኢየሱስ ያከናወነውም ነገር በይሁዳ ሁሉና በአካባቢው ባለ አገር ሁሉ ተሰማ።
እዚ ወሪኡ ድማ፡ ኣብ ኵላ ይሁዳን ኣብ ኵሉ ጐደቦታታን ተዘርግሐ።
56,791

56,792
am_tg
በዚህ ጊዜ የዮሐንስ ደቀ መዛሙርት ይህን ሁሉ አወሩለት።
ንዮሃንስ ድማ፡ ደቀ መዛሙርቱ እዚ ዅሉ ነገርዎ።
56,793
tg_am
ንዮሃንስ ድማ፡ ደቀ መዛሙርቱ እዚ ዅሉ ነገርዎ።
በዚህ ጊዜ የዮሐንስ ደቀ መዛሙርት ይህን ሁሉ አወሩለት።
56,794
am_tg
ዮሐንስም ከደቀ መዛሙርቱ መካከል ሁለቱን ጠርቶ “ይመጣል የተባልከው አንተ ነህ ወይስ ሌላ እንጠብቅ?” ብለው እንዲጠይቁት ወደ ጌታ ላካቸው።
ዮሃንስ ከኣ ክልተ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ፡ “እቲ ዚመጽእሲ ንስኻ ዲኻ፡ ወይስ ካልእ ክንጽበ ኢና፧” ኢሉ ናብ ጐይታ ለኣኾም።
56,795

56,796
am_tg
ሰዎቹም ወደ ኢየሱስ መጥተው “መጥምቁ ዮሐንስ፣ ‘ይመጣል የተባልከው አንተ ነህ ወይስ ሌላ እንጠብቅ?’ ብለን እንድንጠይቅህ ወደ አንተ ልኮናል” አሉት።
እቶም ሰባት ናብኡ ምስ መጹ፡ “ዮሃንስ መጥምቕ፡ ‘እቲ ዚመጽእሲ ንስኻ ዲኻ፡ ወይስ ካልእ ክንጽበ ኢና፧’ ኢሉ ናባኻ ልኢኹና” በልዎ።
56,797

56,798
am_tg
ኢየሱስ በዚያኑ ሰዓት ብዙዎችን ከሕመምና ከከባድ በሽታ ፈወሳቸው፤ እንዲሁም ያደሩባቸውን ክፉ መናፍስት አወጣ፤ የብዙ ዓይነ ስውራንንም ዓይን አበራ።
በታ ሰዓት እቲኣ፡ ሕማምን ቃንዛን እኩያት መናፍስትን ዘለዎም ብዙሓት ኣሕወየ፡ ንብዙሓት ዕዉራት እውን ከም ዚርእዩ ገበሮም።
56,799