Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
56,800 | am_tg | እሱም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ሄዳችሁ የሰማችሁትንና ያያችሁትን ነገር ለዮሐንስ ንገሩት፦ ዓይነ ስውሮች እያዩ ነው፤ አንካሶች እየተራመዱ ነው፤ የሥጋ ደዌ የያዛቸው እየነጹ ነው፤ መስማት የተሳናቸው እየሰሙ ነው፤ ሙታን እየተነሱ ነው፤ ድሆችም ምሥራቹ እየተነገራቸው ነው። | ከምዚ ኢሉ ድማ መለሰሎም፦ “ኬድኩም፡ ዝረኣኹምዎን ዝሰማዕኩምዎን ንዮሃንስ ንገርዎ፦ ዕዉራት ይርእዩ፡ ሓንካሳት ይኸዱ፡ ድዉያት ይነጽሁ፡ ጸማማት ይሰምዑ፡ ምዉታት ይትንስኡ፡ ድኻታት ድማ ይብሰሩ ኣለዉ። |
56,801 | tg_am | ከምዚ ኢሉ ድማ መለሰሎም፦ “ኬድኩም፡ ዝረኣኹምዎን ዝሰማዕኩምዎን ንዮሃንስ ንገርዎ፦ ዕዉራት ይርእዩ፡ ሓንካሳት ይኸዱ፡ ድዉያት ይነጽሁ፡ ጸማማት ይሰምዑ፡ ምዉታት ይትንስኡ፡ ድኻታት ድማ ይብሰሩ ኣለዉ። | እሱም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ሄዳችሁ የሰማችሁትንና ያያችሁትን ነገር ለዮሐንስ ንገሩት፦ ዓይነ ስውሮች እያዩ ነው፤ አንካሶች እየተራመዱ ነው፤ የሥጋ ደዌ የያዛቸው እየነጹ ነው፤ መስማት የተሳናቸው እየሰሙ ነው፤ ሙታን እየተነሱ ነው፤ ድሆችም ምሥራቹ እየተነገራቸው ነው። |
56,802 | am_tg | በእኔ ምክንያት የማይሰናከል ደስተኛ ነው።” | እቲ ብኣይ ዘይዕንቀፍ፡ ሕጉስ እዩ።” |
56,803 | tg_am | እቲ ብኣይ ዘይዕንቀፍ፡ ሕጉስ እዩ።” | በእኔ ምክንያት የማይሰናከል ደስተኛ ነው።” |
56,804 | am_tg | የዮሐንስ መልእክተኞች ከሄዱ በኋላ ኢየሱስ ስለ ዮሐንስ እንዲህ ሲል ለሕዝቡ ይናገር ጀመር፦ “ወደ ምድረ በዳ የሄዳችሁት ምን ለማየት ነበር? ነፋስ የሚያወዛውዘውን ሸምበቆ? | እቶም ልኡኻት ዮሃንስ ምስ ከዱ፡ የሱስ ነቶም ህዝቢ ብዛዕባ ዮሃንስ ከምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ኣብ በረኻ እንታይ ክትርእዩ ወጺእኩም፧ ብንፋስ ሰሰው ዚብል ሻምብቆ፧ |
56,805 | tg_am | እቶም ልኡኻት ዮሃንስ ምስ ከዱ፡ የሱስ ነቶም ህዝቢ ብዛዕባ ዮሃንስ ከምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ኣብ በረኻ እንታይ ክትርእዩ ወጺእኩም፧ ብንፋስ ሰሰው ዚብል ሻምብቆ፧ | የዮሐንስ መልእክተኞች ከሄዱ በኋላ ኢየሱስ ስለ ዮሐንስ እንዲህ ሲል ለሕዝቡ ይናገር ጀመር፦ “ወደ ምድረ በዳ የሄዳችሁት ምን ለማየት ነበር? ነፋስ የሚያወዛውዘውን ሸምበቆ? |
56,806 | am_tg | ታዲያ ምን ለማየት ነበር የሄዳችሁት? ምርጥ ልብስ የለበሰ ሰው ለማየት? የተንቆጠቆጠ ልብስ የሚለብሱና በቅንጦት የሚኖሩማ የሚገኙት በቤተ መንግሥት ነው። | እንታይ ደኣ ኽትርእዩ ወጺእኩም፧ ልስሉስ ክዳውንቲ እተኸድነ ሰብ፧ ብሉጽ ክዳን እተኸድኑን ዝሓንቀቑንሲ፡ ኣብ ኣባይቲ ነገስታት እዮም ዘለዉ። |
56,807 | tg_am | እንታይ ደኣ ኽትርእዩ ወጺእኩም፧ ልስሉስ ክዳውንቲ እተኸድነ ሰብ፧ ብሉጽ ክዳን እተኸድኑን ዝሓንቀቑንሲ፡ ኣብ ኣባይቲ ነገስታት እዮም ዘለዉ። | ታዲያ ምን ለማየት ነበር የሄዳችሁት? ምርጥ ልብስ የለበሰ ሰው ለማየት? የተንቆጠቆጠ ልብስ የሚለብሱና በቅንጦት የሚኖሩማ የሚገኙት በቤተ መንግሥት ነው። |
56,808 | am_tg | ታዲያ ምን ለማየት ሄዳችሁ? ነቢይ? አዎ፣ እላችኋለሁ፣ ከነቢይም የሚበልጥ ነው። | እንታይ ክትርእዩ ደኣ ወጺእኩም፧ ነብዪ፧ እወ፡ ካብ ነብዪ እኳ ደኣ ዚበልጽ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። |
56,809 | tg_am | እንታይ ክትርእዩ ደኣ ወጺእኩም፧ ነብዪ፧ እወ፡ ካብ ነብዪ እኳ ደኣ ዚበልጽ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። | ታዲያ ምን ለማየት ሄዳችሁ? ነቢይ? አዎ፣ እላችኋለሁ፣ ከነቢይም የሚበልጥ ነው። |
56,810 | am_tg | ‘እነሆ፣ ከፊትህ እየሄደ መንገድህን እንዲያዘጋጅ መልእክተኛዬን ከአንተ አስቀድሜ እልካለሁ’ ተብሎ የተጻፈው ስለ እሱ ነው። | እቲ፡ ‘እንሆ፡ ኣብ ቅድሜኻ መገድኻ ዚጸርግ ልኡኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ’ ተባሂሉ እተጻሕፈሉ፡ ንሱ እዩ። |
56,811 | tg_am | እቲ፡ ‘እንሆ፡ ኣብ ቅድሜኻ መገድኻ ዚጸርግ ልኡኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ’ ተባሂሉ እተጻሕፈሉ፡ ንሱ እዩ። | ‘እነሆ፣ ከፊትህ እየሄደ መንገድህን እንዲያዘጋጅ መልእክተኛዬን ከአንተ አስቀድሜ እልካለሁ’ ተብሎ የተጻፈው ስለ እሱ ነው። |
56,812 | am_tg | እላችኋለሁ፣ ከሴት ከተወለዱት መካከል ከዮሐንስ የሚበልጥ የለም፤ ሆኖም በአምላክ መንግሥት ዝቅተኛ የሆነው እንኳ ይበልጠዋል።” | እብለኩም ኣለኹ፡ ካብቶም ካብ ኣንስቲ እተወልዱ፡ ካብ ዮሃንስ ዚዓቢ ሓደ እኳ የልቦን፣ እቲ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ዝነኣሰ ግና፡ ካብኡ ዝዓበየ እዩ።” |
56,813 | tg_am | እብለኩም ኣለኹ፡ ካብቶም ካብ ኣንስቲ እተወልዱ፡ ካብ ዮሃንስ ዚዓቢ ሓደ እኳ የልቦን፣ እቲ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ዝነኣሰ ግና፡ ካብኡ ዝዓበየ እዩ።” | እላችኋለሁ፣ ከሴት ከተወለዱት መካከል ከዮሐንስ የሚበልጥ የለም፤ ሆኖም በአምላክ መንግሥት ዝቅተኛ የሆነው እንኳ ይበልጠዋል።” |
56,814 | am_tg | (ሕዝቡ ሁሉ እንዲሁም ቀራጮች ይህን በሰሙ ጊዜ በዮሐንስ ጥምቀት ተጠምቀው ስለነበር አምላክ ጻድቅ መሆኑን አምነው ተቀበሉ። | (ኵሎም እቶም ህዝብን ኣከብቲ ቐረጽን እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብጥምቀት ዮሃንስ ተጠሚቖም ነበሩ እሞ፡ ኣምላኽ ጻድቕ ምዃኑ ተኣመኑ። |
56,815 | tg_am | (ኵሎም እቶም ህዝብን ኣከብቲ ቐረጽን እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብጥምቀት ዮሃንስ ተጠሚቖም ነበሩ እሞ፡ ኣምላኽ ጻድቕ ምዃኑ ተኣመኑ። | (ሕዝቡ ሁሉ እንዲሁም ቀራጮች ይህን በሰሙ ጊዜ በዮሐንስ ጥምቀት ተጠምቀው ስለነበር አምላክ ጻድቅ መሆኑን አምነው ተቀበሉ። |
56,816 | am_tg | ሆኖም ፈሪሳውያንና የሕጉ አዋቂዎች በዮሐንስ ባለመጠመቃቸው የአምላክን ምክር አቃለሉ።) | ፈሪሳውያንን ፈለጥቲ ሕግን ግና፡ ብእኡ ኣይተጠምቁን ነበሩ እሞ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃቦም ምኽሪ ነዓቕዎ።) |
56,817 | tg_am | ፈሪሳውያንን ፈለጥቲ ሕግን ግና፡ ብእኡ ኣይተጠምቁን ነበሩ እሞ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃቦም ምኽሪ ነዓቕዎ።) | ሆኖም ፈሪሳውያንና የሕጉ አዋቂዎች በዮሐንስ ባለመጠመቃቸው የአምላክን ምክር አቃለሉ።) |
56,818 | am_tg | ኢየሱስ በመቀጠል እንዲህ አለ፦ “እንግዲህ የዚህን ትውልድ ሰዎች ከማን ጋር ላነጻጽራቸው? ማንንስ ይመስላሉ? | “እምበኣር፡ ንሰብ እዚ ወለዶ እዚ ብመን ክምስሎም እየ፧ ንመንከ ይመስሉ፧ |
56,819 | tg_am | “እምበኣር፡ ንሰብ እዚ ወለዶ እዚ ብመን ክምስሎም እየ፧ ንመንከ ይመስሉ፧ | ኢየሱስ በመቀጠል እንዲህ አለ፦ “እንግዲህ የዚህን ትውልድ ሰዎች ከማን ጋር ላነጻጽራቸው? ማንንስ ይመስላሉ? |
56,820 | am_tg | በገበያ ስፍራ ተቀምጠው እርስ በርሳቸው እየተጠራሩ ‘ዋሽንት ነፋንላችሁ፤ እናንተ ግን አልጨፈራችሁም፤ ሙሾ አወረድንላችሁ፤ እናንተ ግን አላለቀሳችሁም’ ከሚባባሉ ልጆች ጋር ይመሳሰላሉ። | ኣብ ዕዳጋ ዚቕመጡ እሞ፡ ንሓድሕዶም ተጸዋዊዖም፡ ‘ሻምብቆ ነፊሕናልኩም፡ ግናኸ ኣይሳዕሳዕኩምን፣ ኣልቂስናልኩም፡ ግናኸ ኣይበኸኹምን’ ዚብሉ ቘልዑ ይመስሉ። |
56,821 | tg_am | ኣብ ዕዳጋ ዚቕመጡ እሞ፡ ንሓድሕዶም ተጸዋዊዖም፡ ‘ሻምብቆ ነፊሕናልኩም፡ ግናኸ ኣይሳዕሳዕኩምን፣ ኣልቂስናልኩም፡ ግናኸ ኣይበኸኹምን’ ዚብሉ ቘልዑ ይመስሉ። | በገበያ ስፍራ ተቀምጠው እርስ በርሳቸው እየተጠራሩ ‘ዋሽንት ነፋንላችሁ፤ እናንተ ግን አልጨፈራችሁም፤ ሙሾ አወረድንላችሁ፤ እናንተ ግን አላለቀሳችሁም’ ከሚባባሉ ልጆች ጋር ይመሳሰላሉ። |
56,822 | am_tg | በተመሳሳይም መጥምቁ ዮሐንስ እህል ሳይበላና ወይን ጠጅ ሳይጠጣ መጣ፤ እናንተ ግን ‘ጋኔን አለበት’ አላችሁ። | ከምኡ ኸኣ፡ ዮሃንስ መጥምቕ እንጌራ ኸይበልዐን ወይኒ ኸይሰተየን ምስ መጸ፡ ‘ጋኔን ኣለዎ’ ትብሉ። |
56,823 | tg_am | ከምኡ ኸኣ፡ ዮሃንስ መጥምቕ እንጌራ ኸይበልዐን ወይኒ ኸይሰተየን ምስ መጸ፡ ‘ጋኔን ኣለዎ’ ትብሉ። | በተመሳሳይም መጥምቁ ዮሐንስ እህል ሳይበላና ወይን ጠጅ ሳይጠጣ መጣ፤ እናንተ ግን ‘ጋኔን አለበት’ አላችሁ። |
56,824 | am_tg | የሰው ልጅ እየበላና እየጠጣ መጣ፤ እናንተ ግን ‘እዩ፣ ይህን ሆዳምና ለወይን ጠጅ ያደረ፣ የቀረጥ ሰብሳቢዎችና የኃጢአተኞች ወዳጅ!’ አላችሁ። | ወዲ ሰብ እናበልዐን እናሰተየን ምስ መጸ ድማ፡ ‘እንሆ፡ በላዕን ሰታይ ወይንን ዓርኪ ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንን’ ትብሉ። |
56,825 | tg_am | ወዲ ሰብ እናበልዐን እናሰተየን ምስ መጸ ድማ፡ ‘እንሆ፡ በላዕን ሰታይ ወይንን ዓርኪ ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንን’ ትብሉ። | የሰው ልጅ እየበላና እየጠጣ መጣ፤ እናንተ ግን ‘እዩ፣ ይህን ሆዳምና ለወይን ጠጅ ያደረ፣ የቀረጥ ሰብሳቢዎችና የኃጢአተኞች ወዳጅ!’ አላችሁ። |
56,826 | am_tg | የሆነ ሆኖ፣ ጥበብ ጻድቅ መሆኗ በልጆቿ ሁሉ ተረጋግጧል።” | ዝዀነ ዀይኑ፡ ጥበብ ብዅሎም ደቃ እዩ ጽድቃ ዚረጋገጽ።” |
56,827 | tg_am | ዝዀነ ዀይኑ፡ ጥበብ ብዅሎም ደቃ እዩ ጽድቃ ዚረጋገጽ።” | የሆነ ሆኖ፣ ጥበብ ጻድቅ መሆኗ በልጆቿ ሁሉ ተረጋግጧል።” |
56,828 | am_tg | ከዚህ በኋላ ከፈሪሳውያን አንዱ አብሮት እንዲበላ ኢየሱስን ደጋግሞ ለመነው። ስለሆነም ኢየሱስ ወደ ፈሪሳዊው ቤት ገብቶ በማዕድ ተቀመጠ። | ሓደ ኻብ ፈሪሳውያን ድማ፡ ምስኡ ኺበልዕ ይልምኖ ነበረ። ናብ ቤት እቲ ፈሪሳዊ ኣትዩ ኸኣ፡ ኣብ መኣዲ ተቐመጠ። |
56,829 | tg_am | ሓደ ኻብ ፈሪሳውያን ድማ፡ ምስኡ ኺበልዕ ይልምኖ ነበረ። ናብ ቤት እቲ ፈሪሳዊ ኣትዩ ኸኣ፡ ኣብ መኣዲ ተቐመጠ። | ከዚህ በኋላ ከፈሪሳውያን አንዱ አብሮት እንዲበላ ኢየሱስን ደጋግሞ ለመነው። ስለሆነም ኢየሱስ ወደ ፈሪሳዊው ቤት ገብቶ በማዕድ ተቀመጠ። |
56,830 | am_tg | እነሆም፣ በከተማው ውስጥ በኃጢአተኝነቷ የምትታወቅ አንዲት ሴት ኢየሱስ በፈሪሳዊው ቤት እየበላ መሆኑን በሰማች ጊዜ ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት የያዘ የአልባስጥሮስ ብልቃጥ ይዛ መጣች። | እንሆ ድማ፡ ኣብታ ኸተማ ሓጥእ ብምዃና እተፈልጠት ሰበይቲ ኣብ ቤት እቲ ፈሪሳዊ ኣብ መኣዲ ኸም እተቐመጠ ፈሊጣ፡ ቅዱይ ቅብኢ ዝመልአ ብልቃጥ ኣልባስጥሮስ ኣምጽአት። |
56,831 | tg_am | እንሆ ድማ፡ ኣብታ ኸተማ ሓጥእ ብምዃና እተፈልጠት ሰበይቲ ኣብ ቤት እቲ ፈሪሳዊ ኣብ መኣዲ ኸም እተቐመጠ ፈሊጣ፡ ቅዱይ ቅብኢ ዝመልአ ብልቃጥ ኣልባስጥሮስ ኣምጽአት። | እነሆም፣ በከተማው ውስጥ በኃጢአተኝነቷ የምትታወቅ አንዲት ሴት ኢየሱስ በፈሪሳዊው ቤት እየበላ መሆኑን በሰማች ጊዜ ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት የያዘ የአልባስጥሮስ ብልቃጥ ይዛ መጣች። |
56,832 | am_tg | እሷም ከበስተ ኋላ እግሩ አጠገብ ሆና እያለቀሰች በእንባዋ እግሩን ታርስ ጀመር፤ ከዚያም በፀጉሯ አበሰችው። በተጨማሪም እግሩን እየሳመች ዘይቱን ቀባችው። | ብድሕሪኡ ኣብ ጥቓ እግሩ ዀይና፡ እናበኸየት ብንብዓታ እግሩ ኸተጠልቅዮ ጀመረት፣ ብጸጕሪ ርእሳ ኸኣ ደረዘቶ። ኣእጋሩ ድማ ኣጥቢቓ ሰዓመት፡ በቲ ቕዱይ ቅብኢ እውን ለኸየቶ። |
56,833 | tg_am | ብድሕሪኡ ኣብ ጥቓ እግሩ ዀይና፡ እናበኸየት ብንብዓታ እግሩ ኸተጠልቅዮ ጀመረት፣ ብጸጕሪ ርእሳ ኸኣ ደረዘቶ። ኣእጋሩ ድማ ኣጥቢቓ ሰዓመት፡ በቲ ቕዱይ ቅብኢ እውን ለኸየቶ። | እሷም ከበስተ ኋላ እግሩ አጠገብ ሆና እያለቀሰች በእንባዋ እግሩን ታርስ ጀመር፤ ከዚያም በፀጉሯ አበሰችው። በተጨማሪም እግሩን እየሳመች ዘይቱን ቀባችው። |
56,834 | am_tg | የጋበዘው ፈሪሳዊም ይህን ሲያይ “ይህ ሰው በእርግጥ ነቢይ ቢሆን ኖሮ የምትነካው ማን መሆኗንና ምን ዓይነት ሴት እንደሆነች ይኸውም ኃጢአተኛ መሆኗን ባወቀ ነበር” ብሎ በልቡ አሰበ። | እቲ ዝዓደሞ ፈሪሳዊ ነዚ ርእዩ፡ “እዚ፡ ነብዪ እንተ ዚኸውንሲ፡ እዛ እትትንክዮ ዘላ ሓጥእ እያ እሞ፡ መን ምዃናን እንታይ ዓይነት ሰበይቲ ምዃናን ምፈለጠ” ኢሉ ብልቡ ሓሰበ። |
56,835 | tg_am | እቲ ዝዓደሞ ፈሪሳዊ ነዚ ርእዩ፡ “እዚ፡ ነብዪ እንተ ዚኸውንሲ፡ እዛ እትትንክዮ ዘላ ሓጥእ እያ እሞ፡ መን ምዃናን እንታይ ዓይነት ሰበይቲ ምዃናን ምፈለጠ” ኢሉ ብልቡ ሓሰበ። | የጋበዘው ፈሪሳዊም ይህን ሲያይ “ይህ ሰው በእርግጥ ነቢይ ቢሆን ኖሮ የምትነካው ማን መሆኗንና ምን ዓይነት ሴት እንደሆነች ይኸውም ኃጢአተኛ መሆኗን ባወቀ ነበር” ብሎ በልቡ አሰበ። |
56,836 | am_tg | ኢየሱስ ግን መልሶ “ስምዖን፣ አንድ የምነግርህ ነገር አለኝ” አለው። እሱም “መምህር፣ እሺ ንገረኝ” አለው። | የሱስ ከኣ፡ “ስምኦን፡ ዝብለካ ኣሎኒ” ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ድማ፡ “መምህር፡ ተዛረብ” በሎ። |
56,837 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ስምኦን፡ ዝብለካ ኣሎኒ” ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ድማ፡ “መምህር፡ ተዛረብ” በሎ። | ኢየሱስ ግን መልሶ “ስምዖን፣ አንድ የምነግርህ ነገር አለኝ” አለው። እሱም “መምህር፣ እሺ ንገረኝ” አለው። |
56,838 | am_tg | “ከአንድ አበዳሪ ገንዘብ የተበደሩ ሁለት ሰዎች ነበሩ፤ አንዱ 500 ሌላው ደግሞ 50 ዲናር ተበድረው ነበር። | “ንሓደ ኣለቃሒ ኽልተ ሰብ ዕዳ ነበርዎ፣ እቲ ሓደ 500 ዲናር፡ እቲ ሓደ ድማ 50 ዲናር ተዓድዮም ነበሩ። |
56,839 | tg_am | “ንሓደ ኣለቃሒ ኽልተ ሰብ ዕዳ ነበርዎ፣ እቲ ሓደ 500 ዲናር፡ እቲ ሓደ ድማ 50 ዲናር ተዓድዮም ነበሩ። | “ከአንድ አበዳሪ ገንዘብ የተበደሩ ሁለት ሰዎች ነበሩ፤ አንዱ 500 ሌላው ደግሞ 50 ዲናር ተበድረው ነበር። |
56,840 | am_tg | ሁለቱም የተበደሩትን መክፈል ባቃታቸው ጊዜ አበዳሪው ዕዳቸውን ሙሉ በሙሉ ተወላቸው። እንግዲህ ከሁለቱ ሰዎች አበዳሪውን አብልጦ የሚወደው የትኛው ነው?” | ዚፈድይዎ ስለ ዝሰኣኑ ግና፡ ንኽልቲኦም ሓደገሎም። ካባታቶምሲ ዝያዳ ዜፍቅሮ መኖም እዩ፧” |
56,841 | tg_am | ዚፈድይዎ ስለ ዝሰኣኑ ግና፡ ንኽልቲኦም ሓደገሎም። ካባታቶምሲ ዝያዳ ዜፍቅሮ መኖም እዩ፧” | ሁለቱም የተበደሩትን መክፈል ባቃታቸው ጊዜ አበዳሪው ዕዳቸውን ሙሉ በሙሉ ተወላቸው። እንግዲህ ከሁለቱ ሰዎች አበዳሪውን አብልጦ የሚወደው የትኛው ነው?” |
56,842 | am_tg | ስምዖንም መልሶ “ብዙ ዕዳ የተተወለት ይመስለኛል” አለው። እሱም “በትክክል ፈርደሃል” አለው። | ስምኦን ከኣ፡ “ንዓይሲ እቲ ዝያዳ እተሓድገሉ ይመስለኒ” ኢሉ መለሰ። ንሱ ድማ፡ “ቅኑዕ ፈሪድካ” በሎ። |
56,843 | tg_am | ስምኦን ከኣ፡ “ንዓይሲ እቲ ዝያዳ እተሓድገሉ ይመስለኒ” ኢሉ መለሰ። ንሱ ድማ፡ “ቅኑዕ ፈሪድካ” በሎ። | ስምዖንም መልሶ “ብዙ ዕዳ የተተወለት ይመስለኛል” አለው። እሱም “በትክክል ፈርደሃል” አለው። |
56,844 | am_tg | ከዚያም ወደ ሴቲቱ ዞር ብሎ ስምዖንን እንዲህ አለው፦ “ይህችን ሴት ታያታለህ? እኔ ወደ ቤትህ ገባሁ፤ ይሁንና አንተ ለእግሬ ውኃ አልሰጠኸኝም። ይህች ሴት ግን እግሬን በእንባዋ እያራሰች በፀጉሯ አበሰች። | ናብታ ሰበይቲ ግልጽ ኢሉ ኸኣ፡ ንስምኦን ከምዚ በሎ፦ “ነዛ ሰበይቲ እዚኣስ ትርእያዶ ኣለኻ፧ ናብ ቤትካ ኣትየ፡ ንእግረይ ማይ ኣይሃብካንን። እዚኣ ግና ንኣእጋረይ ብንብዓታ ኣጠልቅያቶ፡ ብጸጕራ እውን ደሪዛቶ። |
56,845 | tg_am | ናብታ ሰበይቲ ግልጽ ኢሉ ኸኣ፡ ንስምኦን ከምዚ በሎ፦ “ነዛ ሰበይቲ እዚኣስ ትርእያዶ ኣለኻ፧ ናብ ቤትካ ኣትየ፡ ንእግረይ ማይ ኣይሃብካንን። እዚኣ ግና ንኣእጋረይ ብንብዓታ ኣጠልቅያቶ፡ ብጸጕራ እውን ደሪዛቶ። | ከዚያም ወደ ሴቲቱ ዞር ብሎ ስምዖንን እንዲህ አለው፦ “ይህችን ሴት ታያታለህ? እኔ ወደ ቤትህ ገባሁ፤ ይሁንና አንተ ለእግሬ ውኃ አልሰጠኸኝም። ይህች ሴት ግን እግሬን በእንባዋ እያራሰች በፀጉሯ አበሰች። |
56,846 | am_tg | አንተ አልሳምከኝም፤ ይህች ሴት ግን ከገባሁበት ሰዓት አንስቶ እግሬን መሳሟን አላቋረጠችም። | ንስኻ ኣይሰዓምካንን፣ እዚኣ ግና ካብታ ዝኣቶኹላ ሰዓት ኣትሒዛ፡ ኣእጋረይ ኣጥቢቓ ኻብ ምስዓም ኣየቋረጸትን። |
56,847 | tg_am | ንስኻ ኣይሰዓምካንን፣ እዚኣ ግና ካብታ ዝኣቶኹላ ሰዓት ኣትሒዛ፡ ኣእጋረይ ኣጥቢቓ ኻብ ምስዓም ኣየቋረጸትን። | አንተ አልሳምከኝም፤ ይህች ሴት ግን ከገባሁበት ሰዓት አንስቶ እግሬን መሳሟን አላቋረጠችም። |
56,848 | am_tg | አንተ ራሴን ዘይት አልቀባህም፤ ይህች ሴት ግን እግሬን ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት ቀባች። | ንስኻ ንርእሰይ ብዘይቲ ኣይለኸኻንን፣ እዚኣ ግና ንኣእጋረይ ብቕዱይ ቅብኢ ለኽያቶ። |
56,849 | tg_am | ንስኻ ንርእሰይ ብዘይቲ ኣይለኸኻንን፣ እዚኣ ግና ንኣእጋረይ ብቕዱይ ቅብኢ ለኽያቶ። | አንተ ራሴን ዘይት አልቀባህም፤ ይህች ሴት ግን እግሬን ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት ቀባች። |
56,850 | am_tg | ስለዚህ እልሃለሁ፣ ኃጢአቷ ብዙ ቢሆንም ይቅር ተብሎላታል፤ ምክንያቱም ታላቅ ፍቅር አሳይታለች። በትንሹ ይቅር የተባለ ግን የሚያሳየውም ፍቅር አነስተኛ ነው።” | ስለዚ፡ ሓጢኣታ ብዙሕ እኳ እንተ ዀነ፡ ብዙሕ ስለ ዘፍቀረት፡ ተሓዲጉላ፡ እብለካ ኣለኹ። እቲ ሒደት እተሓድገሉ ግና፡ ሒደት እዩ ዜፍቅር።” |
56,851 | tg_am | ስለዚ፡ ሓጢኣታ ብዙሕ እኳ እንተ ዀነ፡ ብዙሕ ስለ ዘፍቀረት፡ ተሓዲጉላ፡ እብለካ ኣለኹ። እቲ ሒደት እተሓድገሉ ግና፡ ሒደት እዩ ዜፍቅር።” | ስለዚህ እልሃለሁ፣ ኃጢአቷ ብዙ ቢሆንም ይቅር ተብሎላታል፤ ምክንያቱም ታላቅ ፍቅር አሳይታለች። በትንሹ ይቅር የተባለ ግን የሚያሳየውም ፍቅር አነስተኛ ነው።” |
56,852 | am_tg | ከዚያም ሴትየዋን “ኃጢአትሽ ይቅር ተብሎልሻል” አላት። | ንዕኣ ድማ፡ “ሓጢኣትኪ ተሓዲጉልኪ” በላ። |
56,853 | tg_am | ንዕኣ ድማ፡ “ሓጢኣትኪ ተሓዲጉልኪ” በላ። | ከዚያም ሴትየዋን “ኃጢአትሽ ይቅር ተብሎልሻል” አላት። |
56,854 | am_tg | በማዕድ አብረውት የተቀመጡት በልባቸው “ኃጢአትን እንኳ ይቅር የሚል ይህ ሰው ማን ነው?” ይሉ ጀመር። | እቶም ምስኡ ኣብ መኣዲ እተቐመጡ ኸኣ፡ ብልቦም፡ “ሓጢኣት እኳ ዚሓድግሲ፡ እዚ መን እዩ፧” ኪብሉ ጀመሩ። |
56,855 | tg_am | እቶም ምስኡ ኣብ መኣዲ እተቐመጡ ኸኣ፡ ብልቦም፡ “ሓጢኣት እኳ ዚሓድግሲ፡ እዚ መን እዩ፧” ኪብሉ ጀመሩ። | በማዕድ አብረውት የተቀመጡት በልባቸው “ኃጢአትን እንኳ ይቅር የሚል ይህ ሰው ማን ነው?” ይሉ ጀመር። |
56,856 | am_tg | ኢየሱስ ግን ሴትየዋን “እምነትሽ አድኖሻል፤ በሰላም ሂጂ” አላት። | ንሱ ግና ነታ ሰበይቲ፡ “እምነትኪ ኣድሒናትኪ፣ ብሰላም ኪዲ” በላ። |
56,857 | tg_am | ንሱ ግና ነታ ሰበይቲ፡ “እምነትኪ ኣድሒናትኪ፣ ብሰላም ኪዲ” በላ። | ኢየሱስ ግን ሴትየዋን “እምነትሽ አድኖሻል፤ በሰላም ሂጂ” አላት። |
56,858 | am_tg | በወቅቱ፣ በዚያ የነበሩ አንዳንድ ሰዎች ጲላጦስ ደማቸውን ከመሥዋዕታቸው ጋር ስለደባለቀው ስለ ገሊላ ሰዎች ለኢየሱስ አወሩለት። | በቲ እዋን እቲ፡ ኣብኡ ዝነበሩ ገለ ሰባት፡ ብዛዕባ እቶም ጲላጦስ ደሞም ምስ መስዋእቶም ዝጸምበሮ ገሊላውያን ነገርዎ። |
56,859 | tg_am | በቲ እዋን እቲ፡ ኣብኡ ዝነበሩ ገለ ሰባት፡ ብዛዕባ እቶም ጲላጦስ ደሞም ምስ መስዋእቶም ዝጸምበሮ ገሊላውያን ነገርዎ። | በወቅቱ፣ በዚያ የነበሩ አንዳንድ ሰዎች ጲላጦስ ደማቸውን ከመሥዋዕታቸው ጋር ስለደባለቀው ስለ ገሊላ ሰዎች ለኢየሱስ አወሩለት። |
56,860 | am_tg | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እነዚህ የገሊላ ሰዎች ይህ ስለደረሰባቸው ከሌሎቹ የገሊላ ሰዎች ይበልጥ ኃጢአተኞች እንደሆኑ አድርጋችሁ ታስባላችሁ? | ከምዚ ኢሉ ድማ መለሰሎም፦ “እዞም ገሊላውያን እዚኦም፡ እዚ ስለ ዝረኸቦምሲ፡ ካብ ኵሎም ገሊላውያን ዝገደዱ ሓጥኣን ዝነበሩዶ ይመስለኩም፧ |
56,861 | tg_am | ከምዚ ኢሉ ድማ መለሰሎም፦ “እዞም ገሊላውያን እዚኦም፡ እዚ ስለ ዝረኸቦምሲ፡ ካብ ኵሎም ገሊላውያን ዝገደዱ ሓጥኣን ዝነበሩዶ ይመስለኩም፧ | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እነዚህ የገሊላ ሰዎች ይህ ስለደረሰባቸው ከሌሎቹ የገሊላ ሰዎች ይበልጥ ኃጢአተኞች እንደሆኑ አድርጋችሁ ታስባላችሁ? |
56,862 | am_tg | በፍጹም፤ ነገር ግን ንስሐ ካልገባችሁ ሁላችሁም እንደ እነሱ ትጠፋላችሁ። | ኣይፋሎምን፣ እንተ ዘይተነሲሕኩም፡ ኵላትኩም ከምኡ ኽትጠፍኡ ኢኹም፡ እብለኩም ኣለኹ። |
56,863 | tg_am | ኣይፋሎምን፣ እንተ ዘይተነሲሕኩም፡ ኵላትኩም ከምኡ ኽትጠፍኡ ኢኹም፡ እብለኩም ኣለኹ። | በፍጹም፤ ነገር ግን ንስሐ ካልገባችሁ ሁላችሁም እንደ እነሱ ትጠፋላችሁ። |
56,864 | am_tg | ወይም ደግሞ የሰሊሆም ግንብ ተንዶባቸው የሞቱት 18 ሰዎች በኢየሩሳሌም ከሚኖሩት ሰዎች ሁሉ ይበልጥ በደለኞች የነበሩ ይመስላችኋል? | ወይስ እቶም ኣብ ሰሊሆም ግምቢ ዝወደቖም እሞ ዝቐተሎም ዓሰርተው ሸሞንተኸ፡ ካብ ኵሎም እቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ዝገደዱ በደልቲ ዝነበሩዶ ይመስለኩም፧ |
56,865 | tg_am | ወይስ እቶም ኣብ ሰሊሆም ግምቢ ዝወደቖም እሞ ዝቐተሎም ዓሰርተው ሸሞንተኸ፡ ካብ ኵሎም እቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ዝገደዱ በደልቲ ዝነበሩዶ ይመስለኩም፧ | ወይም ደግሞ የሰሊሆም ግንብ ተንዶባቸው የሞቱት 18 ሰዎች በኢየሩሳሌም ከሚኖሩት ሰዎች ሁሉ ይበልጥ በደለኞች የነበሩ ይመስላችኋል? |
56,866 | am_tg | በፍጹም፤ ነገር ግን ንስሐ ካልገባችሁ ሁላችሁም ልክ እንደ እነሱ ትጠፋላችሁ።” | ኣይፋሎምን፣ እንተ ዘይተነሲሕኩም፡ ኵላትኩም ከማታቶም ክትጠፍኡ ኢኹም፡ እብለኩም ኣለኹ።” |
56,867 | tg_am | ኣይፋሎምን፣ እንተ ዘይተነሲሕኩም፡ ኵላትኩም ከማታቶም ክትጠፍኡ ኢኹም፡ እብለኩም ኣለኹ።” | በፍጹም፤ ነገር ግን ንስሐ ካልገባችሁ ሁላችሁም ልክ እንደ እነሱ ትጠፋላችሁ።” |
56,868 | am_tg | ከዚያም እንዲህ ሲል ይህን ምሳሌ ተናገረ፦ “አንድ ሰው በወይን እርሻው ውስጥ የተተከለች አንዲት የበለስ ዛፍ ነበረችው፤ እሱም ከዛፏ ፍሬ ሊለቅም መጣ፤ ሆኖም ምንም አላገኘባትም። | እዛ ምሳሌ እዚኣ ኸኣ መሰለ፦ “ሓደ ሰብኣይ ኣብ ኣታኽልቲ ወይኑ፡ ኦም በለስ ነበረቶ፣ ፍረ ደልዩ ናብኣ መጸ፡ ግናኸ ኣይረኸበላን። |
56,869 | tg_am | እዛ ምሳሌ እዚኣ ኸኣ መሰለ፦ “ሓደ ሰብኣይ ኣብ ኣታኽልቲ ወይኑ፡ ኦም በለስ ነበረቶ፣ ፍረ ደልዩ ናብኣ መጸ፡ ግናኸ ኣይረኸበላን። | ከዚያም እንዲህ ሲል ይህን ምሳሌ ተናገረ፦ “አንድ ሰው በወይን እርሻው ውስጥ የተተከለች አንዲት የበለስ ዛፍ ነበረችው፤ እሱም ከዛፏ ፍሬ ሊለቅም መጣ፤ ሆኖም ምንም አላገኘባትም። |
56,870 | am_tg | በዚህ ጊዜ የወይን አትክልት ሠራተኛውን ‘ከዚህች የበለስ ዛፍ ፍሬ ለማግኘት ሦስት ዓመት ሙሉ ተመላለስኩ፤ ሆኖም ምንም አላገኘሁባትም። ስለዚህ ቁረጣት! ለምን በከንቱ ቦታ ትይዛለች?’ አለው። | ነቲ ሓላው ኣታኽልቲ ወይኒ ድማ፡ ‘እንሆ፡ ካብዛ ኦም በለስ እዚኣ ፍረ እናደለኹ ሰለስተ ዓመት መጺአስ፡ ኣይረኸብኩላን። ቍረጻ! ስለምንታይ ምድሪ እተባኽን፧’ በሎ። |
56,871 | tg_am | ነቲ ሓላው ኣታኽልቲ ወይኒ ድማ፡ ‘እንሆ፡ ካብዛ ኦም በለስ እዚኣ ፍረ እናደለኹ ሰለስተ ዓመት መጺአስ፡ ኣይረኸብኩላን። ቍረጻ! ስለምንታይ ምድሪ እተባኽን፧’ በሎ። | በዚህ ጊዜ የወይን አትክልት ሠራተኛውን ‘ከዚህች የበለስ ዛፍ ፍሬ ለማግኘት ሦስት ዓመት ሙሉ ተመላለስኩ፤ ሆኖም ምንም አላገኘሁባትም። ስለዚህ ቁረጣት! ለምን በከንቱ ቦታ ትይዛለች?’ አለው። |
56,872 | am_tg | እሱም መልሶ እንዲህ አለው፦ ‘ጌታዬ፣ ዙሪያዋን ቆፍሬ ፍግ ላድርግባትና እስቲ ለአንድ ዓመት ደግሞ እንያት። | ንሱ ግና፡ ‘ጐይታይ፡ ወሰነ ወሰና ኽሳዕ ዝዅስኵሳ፡ ድዅዒ ኽሳዕ ዝድኵዓ፡ ሓንቲ ዓመት ሕደጋ። |
56,873 | tg_am | ንሱ ግና፡ ‘ጐይታይ፡ ወሰነ ወሰና ኽሳዕ ዝዅስኵሳ፡ ድዅዒ ኽሳዕ ዝድኵዓ፡ ሓንቲ ዓመት ሕደጋ። | እሱም መልሶ እንዲህ አለው፦ ‘ጌታዬ፣ ዙሪያዋን ቆፍሬ ፍግ ላድርግባትና እስቲ ለአንድ ዓመት ደግሞ እንያት። |
56,874 | am_tg | ወደፊት ፍሬ ካፈራች ጥሩ፤ ካልሆነ ግን ትቆርጣታለህ።’” | ኣብ መጻኢ እንተ ፈርያ፡ ጽቡቕ፣ እንተ ዘይኰነ ግና፡ ትቘርጻ’ ኢሉ መለሰሉ።” |
56,875 | tg_am | ኣብ መጻኢ እንተ ፈርያ፡ ጽቡቕ፣ እንተ ዘይኰነ ግና፡ ትቘርጻ’ ኢሉ መለሰሉ።” | ወደፊት ፍሬ ካፈራች ጥሩ፤ ካልሆነ ግን ትቆርጣታለህ።’” |
56,876 | am_tg | ኢየሱስ በሰንበት ቀን አንድ ምኩራብ ውስጥ እያስተማረ ነበር። | ብሰንበት ድማ ኣብ ሓንቲ ምኵራብ ይምህር ነበረ። |
56,877 | tg_am | ብሰንበት ድማ ኣብ ሓንቲ ምኵራብ ይምህር ነበረ። | ኢየሱስ በሰንበት ቀን አንድ ምኩራብ ውስጥ እያስተማረ ነበር። |
56,878 | am_tg | በዚያም ባደረባት ክፉ መንፈስ የተነሳ ለ18 ዓመት በበሽታ ስትማቅቅ የኖረች አንዲት ሴት ነበረች፤ በጣም ከመጉበጧም የተነሳ ፈጽሞ ቀና ማለት አትችልም ነበር። | እንሆ ኸኣ፡ ን18 ዓመት መንፈስ ድኻም ዝሓደራ ሰበይቲ ነበረት፣ ንሳ ድማ ኣመና ጐቢጣ፡ ክትቀንዕ እውን ከቶ ኣይትኽእልን ነበረት። |
56,879 | tg_am | እንሆ ኸኣ፡ ን18 ዓመት መንፈስ ድኻም ዝሓደራ ሰበይቲ ነበረት፣ ንሳ ድማ ኣመና ጐቢጣ፡ ክትቀንዕ እውን ከቶ ኣይትኽእልን ነበረት። | በዚያም ባደረባት ክፉ መንፈስ የተነሳ ለ18 ዓመት በበሽታ ስትማቅቅ የኖረች አንዲት ሴት ነበረች፤ በጣም ከመጉበጧም የተነሳ ፈጽሞ ቀና ማለት አትችልም ነበር። |
56,880 | am_tg | ኢየሱስም ባያት ጊዜ ጠራትና “አንቺ ሴት፣ ከበሽታሽ ተገላግለሻል” አላት። | የሱስ ምስ ረኣያ፡ ጸዊዑ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ ካብ ድኻምኪ ተፈቲሕኪ ኢኺ” በላ። |
56,881 | tg_am | የሱስ ምስ ረኣያ፡ ጸዊዑ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ ካብ ድኻምኪ ተፈቲሕኪ ኢኺ” በላ። | ኢየሱስም ባያት ጊዜ ጠራትና “አንቺ ሴት፣ ከበሽታሽ ተገላግለሻል” አላት። |
56,882 | am_tg | እጁንም ጫነባት፤ ወዲያውም ቀጥ አለች፤ አምላክንም ማመስገን ጀመረች። | ኣእዳዉ ኸኣ ኣንበረላ፣ ብቕጽበት ድማ ቀንዐት፡ ንኣምላኽ እውን ኣሞገሰቶ። |
56,883 | tg_am | ኣእዳዉ ኸኣ ኣንበረላ፣ ብቕጽበት ድማ ቀንዐት፡ ንኣምላኽ እውን ኣሞገሰቶ። | እጁንም ጫነባት፤ ወዲያውም ቀጥ አለች፤ አምላክንም ማመስገን ጀመረች። |
56,884 | am_tg | የምኩራቡ አለቃ ግን ኢየሱስ በሰንበት ቀን በመፈወሱ ተቆጥቶ ሕዝቡን “ሥራ የሚሠራባቸው ስድስት ቀኖች አሉ፤ ስለዚህ በእነዚያ ቀኖች እየመጣችሁ ተፈወሱ እንጂ በሰንበት ቀን አይደለም” አላቸው። | እቲ መራሕ ምኵራብ ግና፡ የሱስ ብሰንበት ስለ ዘሕወየ ተቘጢዑ፡ ነቶም ህዝቢ፡ “ኪዕየየለን ዚግባእ ሽዱሽተ መዓልቲ ኣለዋ፣ እምበኣር፡ ብኣታተን መጺእኩም ተፈወሱ እምበር፡ ብመዓልቲ ሰንበትሲ ኣይኰነን” በሎም። |
56,885 | tg_am | እቲ መራሕ ምኵራብ ግና፡ የሱስ ብሰንበት ስለ ዘሕወየ ተቘጢዑ፡ ነቶም ህዝቢ፡ “ኪዕየየለን ዚግባእ ሽዱሽተ መዓልቲ ኣለዋ፣ እምበኣር፡ ብኣታተን መጺእኩም ተፈወሱ እምበር፡ ብመዓልቲ ሰንበትሲ ኣይኰነን” በሎም። | የምኩራቡ አለቃ ግን ኢየሱስ በሰንበት ቀን በመፈወሱ ተቆጥቶ ሕዝቡን “ሥራ የሚሠራባቸው ስድስት ቀኖች አሉ፤ ስለዚህ በእነዚያ ቀኖች እየመጣችሁ ተፈወሱ እንጂ በሰንበት ቀን አይደለም” አላቸው። |
56,886 | am_tg | ይሁን እንጂ ጌታ እንዲህ ሲል መለሰለት፦ “እናንተ ግብዞች፣ እያንዳንዳችሁ በሰንበት ቀን በሬያችሁን ወይም አህያችሁን ከጋጣው ፈታችሁ ውኃ ለማጠጣት ትወስዱ የለም? | ጐይታ ግና፡ “ኣቱም ግቡዛት፡ ነፍሲ ወከፍ ካባኻትኩም ንብዕራዩ ወይስ ንኣድጉ ብሰንበት ካብ ጋጹ ፈቲሑ፡ ኬስትዮ ኢሉ ይመርሖ ደይኰነን፧ |
56,887 | tg_am | ጐይታ ግና፡ “ኣቱም ግቡዛት፡ ነፍሲ ወከፍ ካባኻትኩም ንብዕራዩ ወይስ ንኣድጉ ብሰንበት ካብ ጋጹ ፈቲሑ፡ ኬስትዮ ኢሉ ይመርሖ ደይኰነን፧ | ይሁን እንጂ ጌታ እንዲህ ሲል መለሰለት፦ “እናንተ ግብዞች፣ እያንዳንዳችሁ በሰንበት ቀን በሬያችሁን ወይም አህያችሁን ከጋጣው ፈታችሁ ውኃ ለማጠጣት ትወስዱ የለም? |
56,888 | am_tg | ታዲያ የአብርሃም ልጅ የሆነችውና 18 ዓመት ሙሉ በሰይጣን ታስራ የኖረችው ይህች ሴት በሰንበት ቀን ከዚህ እስራቷ መፈታት አይገባትም?” | እዛ ን18 ዓመት ሰይጣን ዝኣሰራ ጓል ኣብርሃምከ፡ ካብዚ ማእሰርቲ እዚ ብመዓልቲ ሰንበት ክትፍታሕዶ ኣይግብኣን እዩ፧” ኢሉ መለሰሉ። |
56,889 | tg_am | እዛ ን18 ዓመት ሰይጣን ዝኣሰራ ጓል ኣብርሃምከ፡ ካብዚ ማእሰርቲ እዚ ብመዓልቲ ሰንበት ክትፍታሕዶ ኣይግብኣን እዩ፧” ኢሉ መለሰሉ። | ታዲያ የአብርሃም ልጅ የሆነችውና 18 ዓመት ሙሉ በሰይጣን ታስራ የኖረችው ይህች ሴት በሰንበት ቀን ከዚህ እስራቷ መፈታት አይገባትም?” |
56,890 | am_tg | ኢየሱስ ይህን በተናገረ ጊዜ ተቃዋሚዎቹ ሁሉ በኀፍረት ተሸማቀቁ፤ ሕዝቡ በሙሉ ግን እሱ ባደረጋቸው አስደናቂ ነገሮች ሁሉ ይደሰቱ ጀመር። | እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ ኵሎም እቶም እተጻረርዎ ሓፈሩ፣ ኵሎም እቶም ህዝቢ ግና፡ በቲ ብእኡ እተገብረ ዅሉ መስተንክር ዝዀነ ግብርታት ተሓጐሱ። |
56,891 | tg_am | እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ ኵሎም እቶም እተጻረርዎ ሓፈሩ፣ ኵሎም እቶም ህዝቢ ግና፡ በቲ ብእኡ እተገብረ ዅሉ መስተንክር ዝዀነ ግብርታት ተሓጐሱ። | ኢየሱስ ይህን በተናገረ ጊዜ ተቃዋሚዎቹ ሁሉ በኀፍረት ተሸማቀቁ፤ ሕዝቡ በሙሉ ግን እሱ ባደረጋቸው አስደናቂ ነገሮች ሁሉ ይደሰቱ ጀመር። |
56,892 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “የአምላክ መንግሥት ከምን ጋር ይመሳሰላል? ከምንስ ጋር ላነጻጽረው? | ስለዚ፡ ከምዚ በለ፦ “መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ትመስል፧ ብምንታይከ ኽምስላ እየ፧ |
56,893 | tg_am | ስለዚ፡ ከምዚ በለ፦ “መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ትመስል፧ ብምንታይከ ኽምስላ እየ፧ | ከዚያም ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “የአምላክ መንግሥት ከምን ጋር ይመሳሰላል? ከምንስ ጋር ላነጻጽረው? |
56,894 | am_tg | አንድ ሰው ወስዶ በአትክልት ቦታው ከዘራት የሰናፍጭ ዘር ጋር ይመሳሰላል፤ ይህች ዘር አድጋ ዛፍ ሆነች፤ የሰማይ ወፎችም በቅርንጫፎቿ ላይ ሰፈሩ።” | ሰብ ወሲዱ ኣብ ስፍራ ኣታኽልቱ ዝዘርኣ ፍረ ኣድሪ ትመስል፣ በቘለት፡ ኦም እውን ኰነት፡ ኣዕዋፍ ሰማይ ከኣ ኣብ ጨናፍራ ሰፈራ።” |
56,895 | tg_am | ሰብ ወሲዱ ኣብ ስፍራ ኣታኽልቱ ዝዘርኣ ፍረ ኣድሪ ትመስል፣ በቘለት፡ ኦም እውን ኰነት፡ ኣዕዋፍ ሰማይ ከኣ ኣብ ጨናፍራ ሰፈራ።” | አንድ ሰው ወስዶ በአትክልት ቦታው ከዘራት የሰናፍጭ ዘር ጋር ይመሳሰላል፤ ይህች ዘር አድጋ ዛፍ ሆነች፤ የሰማይ ወፎችም በቅርንጫፎቿ ላይ ሰፈሩ።” |
56,896 | am_tg | ደግሞም እንዲህ አለ፦ “የአምላክን መንግሥት ከምን ጋር ላነጻጽረው? | ከም ብሓድሽ ድማ ከምዚ በለ፦ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ብምንታይ ክምስላ እየ፧ |
56,897 | tg_am | ከም ብሓድሽ ድማ ከምዚ በለ፦ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ብምንታይ ክምስላ እየ፧ | ደግሞም እንዲህ አለ፦ “የአምላክን መንግሥት ከምን ጋር ላነጻጽረው? |
56,898 | am_tg | አንዲት ሴት ወስዳ ሊጡ በሙሉ እስኪቦካ ድረስ ከሦስት ትላልቅ መስፈሪያ ዱቄት ጋር ከደባለቀችው እርሾ ጋር ይመሳሰላል።” | ሰበይቲ ወሲዳ፡ ኵሉ ኽሳዕ ዚበኵዕ፡ ኣብ ሰለስተ ስፍሪ ሓርጭ ዝለወሰቶ ማይ ብሑቝ ትመስል።” |
56,899 | tg_am | ሰበይቲ ወሲዳ፡ ኵሉ ኽሳዕ ዚበኵዕ፡ ኣብ ሰለስተ ስፍሪ ሓርጭ ዝለወሰቶ ማይ ብሑቝ ትመስል።” | አንዲት ሴት ወስዳ ሊጡ በሙሉ እስኪቦካ ድረስ ከሦስት ትላልቅ መስፈሪያ ዱቄት ጋር ከደባለቀችው እርሾ ጋር ይመሳሰላል።” |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.