Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
57,000 | am_tg | ኢየሱስ ቀን ቀን በቤተ መቅደስ ያስተምር ነበር፤ ሲመሽ ግን ወጥቶ ደብረ ዘይት በተባለው ተራራ ያድር ነበር። | መዓልቲ መዓልቲ ድማ ኣብ ቤተ መቕደስ ይምህር ነበረ፣ ለይቲ ለይቲ ኸኣ ደብረ ዘይቲ ኣብ ዚብሃል ከረን ከይዱ ይሓድር ነበረ። |
57,001 | tg_am | መዓልቲ መዓልቲ ድማ ኣብ ቤተ መቕደስ ይምህር ነበረ፣ ለይቲ ለይቲ ኸኣ ደብረ ዘይቲ ኣብ ዚብሃል ከረን ከይዱ ይሓድር ነበረ። | ኢየሱስ ቀን ቀን በቤተ መቅደስ ያስተምር ነበር፤ ሲመሽ ግን ወጥቶ ደብረ ዘይት በተባለው ተራራ ያድር ነበር። |
57,002 | am_tg | ሕዝቡም ሁሉ በቤተ መቅደስ እሱን ለመስማት በማለዳ ወደ እሱ ይመጡ ነበር። | ኵሉ እቲ ህዝቢ ድማ ኪሰምዖ ኢሉ፡ ኣንጊሁ ናብ ቤተ መቕደስ ይመጽእ ነበረ። |
57,003 | tg_am | ኵሉ እቲ ህዝቢ ድማ ኪሰምዖ ኢሉ፡ ኣንጊሁ ናብ ቤተ መቕደስ ይመጽእ ነበረ። | ሕዝቡም ሁሉ በቤተ መቅደስ እሱን ለመስማት በማለዳ ወደ እሱ ይመጡ ነበር። |
57,004 | am_tg | ጢባርዮስ ቄሳር በነገሠ በ15ኛው ዓመት፣ ጳንጥዮስ ጲላጦስ የይሁዳ አገረ ገዢ፣ ሄሮድስ የገሊላ አውራጃ ገዢ፣ ወንድሙ ፊልጶስ ደግሞ የኢጡርያስና የጥራኮኒዶስ አውራጃ ገዢ፣ ሊሳኒዮስ የአቢላኒስ አውራጃ ገዢ በነበሩበት ጊዜ | ኣብ መበል 15 ዓመት ንግስና ጢቤርዮስ ቄሳር፡ ጶንጥዮስ ጲላጦስ ኣብ ይሁዳ ሹም ኰይኑ ኸሎ፡ ሄሮድስ ድማ ገዛኢ ኣውራጃ ገሊላ ኸሎ፡ ሓዉ ፊልጶስ ከኣ ገዛኢ ኣውራጃ ሃገረ ኢጡርያን ጥራኮኒቲስን ከሎ፡ ሊሳንያስ እውን ገዛኢ ኣውራጃ ኣቢለኔ ኸሎ፡ |
57,005 | tg_am | ኣብ መበል 15 ዓመት ንግስና ጢቤርዮስ ቄሳር፡ ጶንጥዮስ ጲላጦስ ኣብ ይሁዳ ሹም ኰይኑ ኸሎ፡ ሄሮድስ ድማ ገዛኢ ኣውራጃ ገሊላ ኸሎ፡ ሓዉ ፊልጶስ ከኣ ገዛኢ ኣውራጃ ሃገረ ኢጡርያን ጥራኮኒቲስን ከሎ፡ ሊሳንያስ እውን ገዛኢ ኣውራጃ ኣቢለኔ ኸሎ፡ | ጢባርዮስ ቄሳር በነገሠ በ15ኛው ዓመት፣ ጳንጥዮስ ጲላጦስ የይሁዳ አገረ ገዢ፣ ሄሮድስ የገሊላ አውራጃ ገዢ፣ ወንድሙ ፊልጶስ ደግሞ የኢጡርያስና የጥራኮኒዶስ አውራጃ ገዢ፣ ሊሳኒዮስ የአቢላኒስ አውራጃ ገዢ በነበሩበት ጊዜ |
57,006 | am_tg | እንዲሁም ቀያፋና የካህናት አለቃው ሐና በነበሩበት ዘመን የአምላክ ቃል በምድረ በዳ ወደነበረው ወደ ዘካርያስ ልጅ ወደ ዮሐንስ መጣ። | ሃናን ቀያፋን ሊቃውንቲ ኻህናት ከለዉ፡ ቃል ኣምላኽ ናብ ዮሃንስ ወዲ ዘካርያስ፡ ኣብ በረኻ መጸ። |
57,007 | tg_am | ሃናን ቀያፋን ሊቃውንቲ ኻህናት ከለዉ፡ ቃል ኣምላኽ ናብ ዮሃንስ ወዲ ዘካርያስ፡ ኣብ በረኻ መጸ። | እንዲሁም ቀያፋና የካህናት አለቃው ሐና በነበሩበት ዘመን የአምላክ ቃል በምድረ በዳ ወደነበረው ወደ ዘካርያስ ልጅ ወደ ዮሐንስ መጣ። |
57,008 | am_tg | ዮሐንስም ለኃጢአት ይቅርታ፣ የንስሐ ምልክት የሆነውን ጥምቀት እየሰበከ በዮርዳኖስ ዙሪያ ወዳለው አገር ሁሉ ሄደ፤ | ንሱ ድማ ንሕድገት ሓጢኣት ዚኸውን ጥምቀት ንስሓ እናሰበኸ፡ ኣብ ኵሉ ኸባቢ ዮርዳኖስ ዞረ፣ |
57,009 | tg_am | ንሱ ድማ ንሕድገት ሓጢኣት ዚኸውን ጥምቀት ንስሓ እናሰበኸ፡ ኣብ ኵሉ ኸባቢ ዮርዳኖስ ዞረ፣ | ዮሐንስም ለኃጢአት ይቅርታ፣ የንስሐ ምልክት የሆነውን ጥምቀት እየሰበከ በዮርዳኖስ ዙሪያ ወዳለው አገር ሁሉ ሄደ፤ |
57,010 | am_tg | ይህም የሆነው በነቢዩ ኢሳይያስ መጽሐፍ ላይ እንዲህ ተብሎ በተጻፈው ቃል መሠረት ነው፦ “አንድ ሰው በምድረ በዳ ‘የይሖዋን መንገድ አዘጋጁ! ጎዳናዎቹንም አቅኑ’ በማለት ይጮኻል። | እዚ ኸኣ ከምቲ ኣብ ቃል መጽሓፍ ነብዪ ኢሳይያስ ከምዚ ዚብል እተጻሕፈ እዩ፦ “ድምጺ ሓደ ኣብ በረኻ ዚጭድር፡ ከምዚ ይብል፦ ‘መገዲ የሆዋ ኣዳልዉ! ጽርግያታቱ ኣቕንዑ። |
57,011 | tg_am | እዚ ኸኣ ከምቲ ኣብ ቃል መጽሓፍ ነብዪ ኢሳይያስ ከምዚ ዚብል እተጻሕፈ እዩ፦ “ድምጺ ሓደ ኣብ በረኻ ዚጭድር፡ ከምዚ ይብል፦ ‘መገዲ የሆዋ ኣዳልዉ! ጽርግያታቱ ኣቕንዑ። | ይህም የሆነው በነቢዩ ኢሳይያስ መጽሐፍ ላይ እንዲህ ተብሎ በተጻፈው ቃል መሠረት ነው፦ “አንድ ሰው በምድረ በዳ ‘የይሖዋን መንገድ አዘጋጁ! ጎዳናዎቹንም አቅኑ’ በማለት ይጮኻል። |
57,012 | am_tg | ‘ሸለቆው ሁሉ ይሞላ፤ ተራራውና ኮረብታው ሁሉ ይደልደል፤ ጠማማው መንገድ ቀጥ ያለ፣ ጎርበጥባጣውም መንገድ ለጥ ያለ ይሁን፤ | ስንጭሮ ዘበለ ይመላእ፡ ከረንን ኵርባን ዘበለ ድማ ለጥ ይበል፡ ጥውይዋይ ከኣ ትኽ ይበል፡ ድንጉር እውን እተመድመደ መገዲ ይኹን፣ |
57,013 | tg_am | ስንጭሮ ዘበለ ይመላእ፡ ከረንን ኵርባን ዘበለ ድማ ለጥ ይበል፡ ጥውይዋይ ከኣ ትኽ ይበል፡ ድንጉር እውን እተመድመደ መገዲ ይኹን፣ | ‘ሸለቆው ሁሉ ይሞላ፤ ተራራውና ኮረብታው ሁሉ ይደልደል፤ ጠማማው መንገድ ቀጥ ያለ፣ ጎርበጥባጣውም መንገድ ለጥ ያለ ይሁን፤ |
57,014 | am_tg | ሥጋም ሁሉ የአምላክን ማዳን ያያል።’” | ኵሉ ስጋ ድማ፡ ድሕነት ኣምላኽ ኪርኢ እዩ።’” |
57,015 | tg_am | ኵሉ ስጋ ድማ፡ ድሕነት ኣምላኽ ኪርኢ እዩ።’” | ሥጋም ሁሉ የአምላክን ማዳን ያያል።’” |
57,016 | am_tg | በመሆኑም ዮሐንስ በእሱ እጅ ለመጠመቅ የሚመጡትን ሰዎች እንዲህ ይላቸው ነበር፦ “እናንተ የእፉኝት ልጆች፣ ከሚመጣው ቁጣ እንድትሸሹ ያስጠነቀቃችሁ ማን ነው? | ነቶም ብእኡ ኺጥመቑ ዝመጹ ህዝቢ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ኣቱም ውሉዳት ኣፍዑት፡ ካብቲ ዚመጽእ ቍጥዓ ኸተምልጡ ደኣ መን ኣጠንቂቑኩም፧ |
57,017 | tg_am | ነቶም ብእኡ ኺጥመቑ ዝመጹ ህዝቢ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ኣቱም ውሉዳት ኣፍዑት፡ ካብቲ ዚመጽእ ቍጥዓ ኸተምልጡ ደኣ መን ኣጠንቂቑኩም፧ | በመሆኑም ዮሐንስ በእሱ እጅ ለመጠመቅ የሚመጡትን ሰዎች እንዲህ ይላቸው ነበር፦ “እናንተ የእፉኝት ልጆች፣ ከሚመጣው ቁጣ እንድትሸሹ ያስጠነቀቃችሁ ማን ነው? |
57,018 | am_tg | እንግዲህ ለንስሐ የሚገባ ፍሬ አፍሩ። ‘እኛ እኮ አባታችን አብርሃም ነው’ እያላችሁ ራሳችሁን አታጽናኑ። አምላክ ለአብርሃም ከእነዚህ ድንጋዮች ልጆች ማስነሳት እንደማይሳነው ልነግራችሁ እወዳለሁ። | እምበኣር፡ ንንስሓ ዚበቅዕ ፍረታት ፍረዩ። ብልብኹም፡ ‘ኣብርሃም ኣቦ ኣሎና’ ኢልኩም ኣይትሕሰቡ። ኣምላኽሲ ንኣብርሃም፡ ካብዚ ኣእማን እዚ ውሉዳት ኬተንስኣሉ ይኽእል እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። |
57,019 | tg_am | እምበኣር፡ ንንስሓ ዚበቅዕ ፍረታት ፍረዩ። ብልብኹም፡ ‘ኣብርሃም ኣቦ ኣሎና’ ኢልኩም ኣይትሕሰቡ። ኣምላኽሲ ንኣብርሃም፡ ካብዚ ኣእማን እዚ ውሉዳት ኬተንስኣሉ ይኽእል እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። | እንግዲህ ለንስሐ የሚገባ ፍሬ አፍሩ። ‘እኛ እኮ አባታችን አብርሃም ነው’ እያላችሁ ራሳችሁን አታጽናኑ። አምላክ ለአብርሃም ከእነዚህ ድንጋዮች ልጆች ማስነሳት እንደማይሳነው ልነግራችሁ እወዳለሁ። |
57,020 | am_tg | እንዲያውም መጥረቢያው ዛፎቹ ሥር ተቀምጧል። ስለዚህ መልካም ፍሬ የማያፈራ ዛፍ ሁሉ ተቆርጦ እሳት ውስጥ ይጣላል።” | ድሮ እኳ ፋስ ኣብ ሱር እቲ ኣእዋም ተነቢሩ ኣሎ። እምበኣር፡ ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ዅሉ ኦም ኪቝረጽ፡ ናብ ሓዊ ድማ ኪድርበ እዩ።” |
57,021 | tg_am | ድሮ እኳ ፋስ ኣብ ሱር እቲ ኣእዋም ተነቢሩ ኣሎ። እምበኣር፡ ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ዅሉ ኦም ኪቝረጽ፡ ናብ ሓዊ ድማ ኪድርበ እዩ።” | እንዲያውም መጥረቢያው ዛፎቹ ሥር ተቀምጧል። ስለዚህ መልካም ፍሬ የማያፈራ ዛፍ ሁሉ ተቆርጦ እሳት ውስጥ ይጣላል።” |
57,022 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሕዝቡ “ታዲያ ምን ብናደርግ ይሻላል?” ብለው ይጠይቁት ነበር። | እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “እንታይ እሞ ንግበር፧” ኢሎም ይሓትትዎ ነበሩ። |
57,023 | tg_am | እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “እንታይ እሞ ንግበር፧” ኢሎም ይሓትትዎ ነበሩ። | በዚህ ጊዜ ሕዝቡ “ታዲያ ምን ብናደርግ ይሻላል?” ብለው ይጠይቁት ነበር። |
57,024 | am_tg | እሱም መልሶ “ሁለት ልብስ ያለው አንዱን ምንም ለሌለው ይስጥ፤ ምግብ ያለውም እንዲሁ ያድርግ” አላቸው። | ንሱ ድማ፡ “ክልተ ቐምሽ ዘለዎ፡ ነቲ ዘይብሉ ይምቀሎ፣ ዚብላዕ ዘለዎ እውን፡ ከምኡ ይግበር” ኢሉ መለሰሎም። |
57,025 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ክልተ ቐምሽ ዘለዎ፡ ነቲ ዘይብሉ ይምቀሎ፣ ዚብላዕ ዘለዎ እውን፡ ከምኡ ይግበር” ኢሉ መለሰሎም። | እሱም መልሶ “ሁለት ልብስ ያለው አንዱን ምንም ለሌለው ይስጥ፤ ምግብ ያለውም እንዲሁ ያድርግ” አላቸው። |
57,026 | am_tg | ቀረጥ ሰብሳቢዎች እንኳ ሳይቀሩ ለመጠመቅ ወደ እሱ መጥተው “መምህር፣ ምን እናድርግ?” አሉት። | ኣከብቲ ቐረጽ እውን ኪጥመቑ መጺኦም፡ “መምህር፡ እንታይ ንግበር፧” በልዎ። |
57,027 | tg_am | ኣከብቲ ቐረጽ እውን ኪጥመቑ መጺኦም፡ “መምህር፡ እንታይ ንግበር፧” በልዎ። | ቀረጥ ሰብሳቢዎች እንኳ ሳይቀሩ ለመጠመቅ ወደ እሱ መጥተው “መምህር፣ ምን እናድርግ?” አሉት። |
57,028 | am_tg | እሱም “ከተተመነው ቀረጥ በላይ አትጠይቁ” አላቸው። | ንሱ ኸኣ፡ “ካብቲ እተመደበ ቐረጽ፡ ሕልፊ ኣይተኽፍሉ” በሎም። |
57,029 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ካብቲ እተመደበ ቐረጽ፡ ሕልፊ ኣይተኽፍሉ” በሎም። | እሱም “ከተተመነው ቀረጥ በላይ አትጠይቁ” አላቸው። |
57,030 | am_tg | ወታደሮች ደግሞ “እኛስ ምን እናድርግ?” ብለው ይጠይቁት ነበር። እሱም “በማንም ላይ ግፍ አትሥሩ ወይም ማንንም በሐሰት አትክሰሱ፤ ከዚህ ይልቅ ባላችሁ መተዳደሪያ ረክታችሁ ኑሩ” አላቸው። | ወተሃደራት እውን፡ “ንሕናኸ እንታይ ንግበር፧” ኢሎም ሓተትዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ንሓደ እኳ ኣይትግፍዑ፡ ብሓሶት እውን ኣይትኽሰሱ፣ ደሞዝኩም ይእከልኩም” በሎም። |
57,031 | tg_am | ወተሃደራት እውን፡ “ንሕናኸ እንታይ ንግበር፧” ኢሎም ሓተትዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ንሓደ እኳ ኣይትግፍዑ፡ ብሓሶት እውን ኣይትኽሰሱ፣ ደሞዝኩም ይእከልኩም” በሎም። | ወታደሮች ደግሞ “እኛስ ምን እናድርግ?” ብለው ይጠይቁት ነበር። እሱም “በማንም ላይ ግፍ አትሥሩ ወይም ማንንም በሐሰት አትክሰሱ፤ ከዚህ ይልቅ ባላችሁ መተዳደሪያ ረክታችሁ ኑሩ” አላቸው። |
57,032 | am_tg | ሕዝቡ ክርስቶስን ይጠባበቁ ስለነበር “ይህ ሰው ክርስቶስ ይሆን?” እያሉ ሁሉም በልባቸው ስለ ዮሐንስ ያስቡ ነበር። | እቶም ህዝቢ ይጽበዩ ነበሩ እሞ፡ ኵላቶም ብዛዕባ ዮሃንስ፡ “ክርስቶስ ደዀን ይኸውን፧” ኢሎም ብልቦም ይሓስቡ ነበሩ። |
57,033 | tg_am | እቶም ህዝቢ ይጽበዩ ነበሩ እሞ፡ ኵላቶም ብዛዕባ ዮሃንስ፡ “ክርስቶስ ደዀን ይኸውን፧” ኢሎም ብልቦም ይሓስቡ ነበሩ። | ሕዝቡ ክርስቶስን ይጠባበቁ ስለነበር “ይህ ሰው ክርስቶስ ይሆን?” እያሉ ሁሉም በልባቸው ስለ ዮሐንስ ያስቡ ነበር። |
57,034 | am_tg | ዮሐንስ ለሁሉም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “እኔ በውኃ አጠምቃችኋለሁ፤ ሆኖም ከእኔ የሚበረታ የሚመጣ ሲሆን እኔ የጫማውን ማሰሪያ እንኳ ለመፍታት አልበቃም። እሱ በመንፈስ ቅዱስና በእሳት ያጠምቃችኋል። | ዮሃንስ ከኣ ንዅላቶም ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ኣነስ ብማይ አጥምቐኩም ኣለኹ፣ እቲ ኻባይ ዚብርትዕ፡ ኣነ ስራኽ ኣሳእኑ ንምፍታሕ ዘይበቅዕ ግና ይመጽእ ኣሎ። ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን ብሓውን ኬጥምቐኩም እዩ። |
57,035 | tg_am | ዮሃንስ ከኣ ንዅላቶም ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ኣነስ ብማይ አጥምቐኩም ኣለኹ፣ እቲ ኻባይ ዚብርትዕ፡ ኣነ ስራኽ ኣሳእኑ ንምፍታሕ ዘይበቅዕ ግና ይመጽእ ኣሎ። ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን ብሓውን ኬጥምቐኩም እዩ። | ዮሐንስ ለሁሉም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “እኔ በውኃ አጠምቃችኋለሁ፤ ሆኖም ከእኔ የሚበረታ የሚመጣ ሲሆን እኔ የጫማውን ማሰሪያ እንኳ ለመፍታት አልበቃም። እሱ በመንፈስ ቅዱስና በእሳት ያጠምቃችኋል። |
57,036 | am_tg | አውድማውን ፈጽሞ ለማጥራትና ስንዴውን ወደ ጎተራ ለማስገባት ላይዳውን በእጁ ይዟል፤ ገለባውን ግን በማይጠፋ እሳት ያቃጥለዋል።” | ንዓውዱ ኣጸቢቑ ዜጽርየሉ፡ ንስርናዩ ኸኣ ኣብ ማዕከኑ ዚእክበሉ መዝረዊኡ ኣብ ኢዱ እዩ፣ ነቲ ብቝቡቝ ግና ብዘይጠፍእ ሓዊ ኼንድዶ እዩ።” |
57,037 | tg_am | ንዓውዱ ኣጸቢቑ ዜጽርየሉ፡ ንስርናዩ ኸኣ ኣብ ማዕከኑ ዚእክበሉ መዝረዊኡ ኣብ ኢዱ እዩ፣ ነቲ ብቝቡቝ ግና ብዘይጠፍእ ሓዊ ኼንድዶ እዩ።” | አውድማውን ፈጽሞ ለማጥራትና ስንዴውን ወደ ጎተራ ለማስገባት ላይዳውን በእጁ ይዟል፤ ገለባውን ግን በማይጠፋ እሳት ያቃጥለዋል።” |
57,038 | am_tg | በተጨማሪም ዮሐንስ በተለያዩ መንገዶች ምክር በመስጠት ለሕዝቡ ምሥራች ማብሰሩን ቀጠለ። | ነቶም ህዝቢ ብዙሕ ካልእ እናመዓዶም ድማ የበስሮም ነበረ። |
57,039 | tg_am | ነቶም ህዝቢ ብዙሕ ካልእ እናመዓዶም ድማ የበስሮም ነበረ። | በተጨማሪም ዮሐንስ በተለያዩ መንገዶች ምክር በመስጠት ለሕዝቡ ምሥራች ማብሰሩን ቀጠለ። |
57,040 | am_tg | ሆኖም የአውራጃ ገዢ የሆነው ሄሮድስ የወንድሙ ሚስት በሆነችው በሄሮድያዳ ምክንያትና በሠራቸው ሌሎች ክፉ ድርጊቶች የተነሳ ዮሐንስ ስለወቀሰው | ግናኸ፡ ዮሃንስ ንሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ፡ ብዛዕባ ሄሮድያዳ ሰበይቲ ሓዉን ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ዅሉ እከይን ምስ ገንሖ፡ |
57,041 | tg_am | ግናኸ፡ ዮሃንስ ንሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ፡ ብዛዕባ ሄሮድያዳ ሰበይቲ ሓዉን ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ዅሉ እከይን ምስ ገንሖ፡ | ሆኖም የአውራጃ ገዢ የሆነው ሄሮድስ የወንድሙ ሚስት በሆነችው በሄሮድያዳ ምክንያትና በሠራቸው ሌሎች ክፉ ድርጊቶች የተነሳ ዮሐንስ ስለወቀሰው |
57,042 | am_tg | በክፋት ላይ ክፋት በመጨመር ዮሐንስን ወህኒ ቤት አስገባው። | ንሱ እዚ ዅሉ ኸይኣኽሎ፡ ንዮሃንስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዳጐኖ። |
57,043 | tg_am | ንሱ እዚ ዅሉ ኸይኣኽሎ፡ ንዮሃንስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዳጐኖ። | በክፋት ላይ ክፋት በመጨመር ዮሐንስን ወህኒ ቤት አስገባው። |
57,044 | am_tg | ሕዝቡም ሁሉ እየተጠመቁ በነበረ ጊዜ ኢየሱስም ተጠመቀ። እየጸለየም ሳለ ሰማይ ተከፈተ፤ | ኵሉ እቲ ህዝቢ ምስ ተጠምቀ፡ የሱስ እውን ተጠምቀ። ኪጽሊ ኸሎ ድማ፡ ሰማይ ተኸፍተ፡ |
57,045 | tg_am | ኵሉ እቲ ህዝቢ ምስ ተጠምቀ፡ የሱስ እውን ተጠምቀ። ኪጽሊ ኸሎ ድማ፡ ሰማይ ተኸፍተ፡ | ሕዝቡም ሁሉ እየተጠመቁ በነበረ ጊዜ ኢየሱስም ተጠመቀ። እየጸለየም ሳለ ሰማይ ተከፈተ፤ |
57,046 | am_tg | መንፈስ ቅዱስም አካላዊ ቅርጽ ይዞ በርግብ መልክ በእሱ ላይ ወረደ፤ ከዚያም “አንተ የምወድህ ልጄ ነህ፤ በአንተ ደስ ይለኛል” የሚል ድምፅ ከሰማይ መጣ። | መንፈስ ቅዱስ እውን ከም ርግቢ ኣብኡ ወረደ፣ ካብ ሰማይ ከኣ፡ “ዝሰመርኩኻ፡ ፍቑር ወደይ ንስኻ ኢኻ” ዚብል ድምጺ መጸ። |
57,047 | tg_am | መንፈስ ቅዱስ እውን ከም ርግቢ ኣብኡ ወረደ፣ ካብ ሰማይ ከኣ፡ “ዝሰመርኩኻ፡ ፍቑር ወደይ ንስኻ ኢኻ” ዚብል ድምጺ መጸ። | መንፈስ ቅዱስም አካላዊ ቅርጽ ይዞ በርግብ መልክ በእሱ ላይ ወረደ፤ ከዚያም “አንተ የምወድህ ልጄ ነህ፤ በአንተ ደስ ይለኛል” የሚል ድምፅ ከሰማይ መጣ። |
57,048 | am_tg | ኢየሱስ ሥራውን ሲጀምር 30 ዓመት ገደማ ሆኖት ነበር፤ ሕዝቡም የዮሴፍ ልጅ እንደሆነ አድርገው ያስቡ ነበር፤ዮሴፍ የሄሊ ልጅ፣ | የሱስ ዕዮኡ ኺጅምር ከሎ፡ ወዲ 30 ዓመት ኣቢሉ ነበረ፣ ወዲ ዮሴፍ ድማ ይመስሎም ነበረ፡ወዲ ሄሊ፡ |
57,049 | tg_am | የሱስ ዕዮኡ ኺጅምር ከሎ፡ ወዲ 30 ዓመት ኣቢሉ ነበረ፣ ወዲ ዮሴፍ ድማ ይመስሎም ነበረ፡ወዲ ሄሊ፡ | ኢየሱስ ሥራውን ሲጀምር 30 ዓመት ገደማ ሆኖት ነበር፤ ሕዝቡም የዮሴፍ ልጅ እንደሆነ አድርገው ያስቡ ነበር፤ዮሴፍ የሄሊ ልጅ፣ |
57,050 | am_tg | ሄሊ የማታት ልጅ፣ማታት የሌዊ ልጅ፣ሌዊ የሚልኪ ልጅ፣ሚልኪ የያና ልጅ፣ያና የዮሴፍ ልጅ፣ | ወዲ ማጣት፡ወዲ ሌዊ፡ወዲ መልኪ፡ወዲ ያና፡ወዲ ዮሴፍ፡ |
57,051 | tg_am | ወዲ ማጣት፡ወዲ ሌዊ፡ወዲ መልኪ፡ወዲ ያና፡ወዲ ዮሴፍ፡ | ሄሊ የማታት ልጅ፣ማታት የሌዊ ልጅ፣ሌዊ የሚልኪ ልጅ፣ሚልኪ የያና ልጅ፣ያና የዮሴፍ ልጅ፣ |
57,052 | am_tg | ዮሴፍ የማታትዩ ልጅ፣ማታትዩ የአሞጽ ልጅ፣አሞጽ የናሆም ልጅ፣ናሆም የኤስሊ ልጅ፣ኤስሊ የናጌ ልጅ፣ | ወዲ ማጣትዩስ፡ወዲ ኣሞጽ፡ወዲ ናሆም፡ወዲ ኣስሊ፡ወዲ ናጌ፡ |
57,053 | tg_am | ወዲ ማጣትዩስ፡ወዲ ኣሞጽ፡ወዲ ናሆም፡ወዲ ኣስሊ፡ወዲ ናጌ፡ | ዮሴፍ የማታትዩ ልጅ፣ማታትዩ የአሞጽ ልጅ፣አሞጽ የናሆም ልጅ፣ናሆም የኤስሊ ልጅ፣ኤስሊ የናጌ ልጅ፣ |
57,054 | am_tg | ናጌ የማአት ልጅ፣ማአት የማታትዩ ልጅ፣ማታትዩ የሴሜይ ልጅ፣ሴሜይ የዮሴክ ልጅ፣ዮሴክ የዮዳ ልጅ፣ | ወዲ መኣት፡ወዲ ማጣትዩስ፡ወዲ ሴሜን፡ወዲ ዮሴኽ፡ወዲ ዮዳ፡ |
57,055 | tg_am | ወዲ መኣት፡ወዲ ማጣትዩስ፡ወዲ ሴሜን፡ወዲ ዮሴኽ፡ወዲ ዮዳ፡ | ናጌ የማአት ልጅ፣ማአት የማታትዩ ልጅ፣ማታትዩ የሴሜይ ልጅ፣ሴሜይ የዮሴክ ልጅ፣ዮሴክ የዮዳ ልጅ፣ |
57,056 | am_tg | ዮዳ የዮናን ልጅ፣ዮናን የሬስ ልጅ፣ሬስ የዘሩባቤል ልጅ፣ዘሩባቤል የሰላትያል ልጅ፣ሰላትያል የኔሪ ልጅ፣ | ወዲ ዮናን፡ወዲ ሬሳ፡ወዲ ዘሩባቤል፡ወዲ ሸኣልቲኤል፡ወዲ ኔሪ፡ |
57,057 | tg_am | ወዲ ዮናን፡ወዲ ሬሳ፡ወዲ ዘሩባቤል፡ወዲ ሸኣልቲኤል፡ወዲ ኔሪ፡ | ዮዳ የዮናን ልጅ፣ዮናን የሬስ ልጅ፣ሬስ የዘሩባቤል ልጅ፣ዘሩባቤል የሰላትያል ልጅ፣ሰላትያል የኔሪ ልጅ፣ |
57,058 | am_tg | ኔሪ የሚልኪ ልጅ፣ሚልኪ የሐዲ ልጅ፣ሐዲ የቆሳም ልጅ፣ቆሳም የኤልሞዳም ልጅ፣ኤልሞዳም የኤር ልጅ፣ | ወዲ መልኪ፡ወዲ ኣዲ፡ወዲ ቆሳም፡ወዲ ኤልማዳም፡ወዲ ዔር፡ |
57,059 | tg_am | ወዲ መልኪ፡ወዲ ኣዲ፡ወዲ ቆሳም፡ወዲ ኤልማዳም፡ወዲ ዔር፡ | ኔሪ የሚልኪ ልጅ፣ሚልኪ የሐዲ ልጅ፣ሐዲ የቆሳም ልጅ፣ቆሳም የኤልሞዳም ልጅ፣ኤልሞዳም የኤር ልጅ፣ |
57,060 | am_tg | ኤር የኢየሱስ ልጅ፣ኢየሱስ የኤሊዔዘር ልጅ፣ኤሊዔዘር የዮሪም ልጅ፣ዮሪም የማታት ልጅ፣ማታት የሌዊ ልጅ፣ | ወዲ የሱስ፡ወዲ ኤልዔዘር፡ወዲ ዮሪም፡ወዲ ማጣት፡ወዲ ሌዊ፡ |
57,061 | tg_am | ወዲ የሱስ፡ወዲ ኤልዔዘር፡ወዲ ዮሪም፡ወዲ ማጣት፡ወዲ ሌዊ፡ | ኤር የኢየሱስ ልጅ፣ኢየሱስ የኤሊዔዘር ልጅ፣ኤሊዔዘር የዮሪም ልጅ፣ዮሪም የማታት ልጅ፣ማታት የሌዊ ልጅ፣ |
57,062 | am_tg | ሌዊ የሲምዖን ልጅ፣ሲምዖን የይሁዳ ልጅ፣ይሁዳ የዮሴፍ ልጅ፣ዮሴፍ የዮናም ልጅ፣ዮናም የኤልያቄም ልጅ፣ | ወዲ ስምኦን፡ወዲ ይሁዳ፡ወዲ ዮሴፍ፡ወዲ ዮናም፡ወዲ ኤልያቂም፡ |
57,063 | tg_am | ወዲ ስምኦን፡ወዲ ይሁዳ፡ወዲ ዮሴፍ፡ወዲ ዮናም፡ወዲ ኤልያቂም፡ | ሌዊ የሲምዖን ልጅ፣ሲምዖን የይሁዳ ልጅ፣ይሁዳ የዮሴፍ ልጅ፣ዮሴፍ የዮናም ልጅ፣ዮናም የኤልያቄም ልጅ፣ |
57,064 | am_tg | ኤልያቄም የሜልያ ልጅ፣ሜልያ የሜና ልጅ፣ሜና የማጣታ ልጅ፣ማጣታ የናታን ልጅ፣ናታን የዳዊት ልጅ፣ | ወዲ ሜልያ፡ወዲ ሜና፡ወዲ ማጣታ፡ወዲ ናታን፡ወዲ ዳዊት፡ |
57,065 | tg_am | ወዲ ሜልያ፡ወዲ ሜና፡ወዲ ማጣታ፡ወዲ ናታን፡ወዲ ዳዊት፡ | ኤልያቄም የሜልያ ልጅ፣ሜልያ የሜና ልጅ፣ሜና የማጣታ ልጅ፣ማጣታ የናታን ልጅ፣ናታን የዳዊት ልጅ፣ |
57,066 | am_tg | ዳዊት የእሴይ ልጅ፣እሴይ የኢዮቤድ ልጅ፣ኢዮቤድ የቦዔዝ ልጅ፣ቦዔዝ የሰልሞን ልጅ፣ሰልሞን የነአሶን ልጅ፣ | ወዲ እሴይ፡ወዲ ዖቤድ፡ወዲ ቦኣዝ፡ወዲ ሰልሞን፡ወዲ ነኣሶን፡ |
57,067 | tg_am | ወዲ እሴይ፡ወዲ ዖቤድ፡ወዲ ቦኣዝ፡ወዲ ሰልሞን፡ወዲ ነኣሶን፡ | ዳዊት የእሴይ ልጅ፣እሴይ የኢዮቤድ ልጅ፣ኢዮቤድ የቦዔዝ ልጅ፣ቦዔዝ የሰልሞን ልጅ፣ሰልሞን የነአሶን ልጅ፣ |
57,068 | am_tg | ነአሶን የአሚናዳብ ልጅ፣አሚናዳብ የአርናይ ልጅ፣አርናይ የኤስሮን ልጅ፣ኤስሮን የፋሬስ ልጅ፣ፋሬስ የይሁዳ ልጅ፣ | ወዲ ኣሚናዳብ፡ወዲ ኣርኒ፡ወዲ ሔጽሮን፡ወዲ ፋሬስ፡ወዲ ይሁዳ፡ |
57,069 | tg_am | ወዲ ኣሚናዳብ፡ወዲ ኣርኒ፡ወዲ ሔጽሮን፡ወዲ ፋሬስ፡ወዲ ይሁዳ፡ | ነአሶን የአሚናዳብ ልጅ፣አሚናዳብ የአርናይ ልጅ፣አርናይ የኤስሮን ልጅ፣ኤስሮን የፋሬስ ልጅ፣ፋሬስ የይሁዳ ልጅ፣ |
57,070 | am_tg | ይሁዳ የያዕቆብ ልጅ፣ያዕቆብ የይስሐቅ ልጅ፣ይስሐቅ የአብርሃም ልጅ፣አብርሃም የታራ ልጅ፣ታራ የናኮር ልጅ፣ | ወዲ ያእቆብ፡ወዲ ይስሃቅ፡ወዲ ኣብርሃም፡ወዲ ታራ፡ወዲ ናሆር፡ |
57,071 | tg_am | ወዲ ያእቆብ፡ወዲ ይስሃቅ፡ወዲ ኣብርሃም፡ወዲ ታራ፡ወዲ ናሆር፡ | ይሁዳ የያዕቆብ ልጅ፣ያዕቆብ የይስሐቅ ልጅ፣ይስሐቅ የአብርሃም ልጅ፣አብርሃም የታራ ልጅ፣ታራ የናኮር ልጅ፣ |
57,072 | am_tg | ናኮር የሴሮህ ልጅ፣ሴሮህ የረኡ ልጅ፣ረኡ የፋሌቅ ልጅ፣ፋሌቅ የኤቤር ልጅ፣ኤቤር የሴሎም ልጅ፣ | ወዲ ሴሩግ፡ወዲ ረጉ፡ወዲ ፌሌግ፡ወዲ ዔበር፡ወዲ ሸላሕ፡ |
57,073 | tg_am | ወዲ ሴሩግ፡ወዲ ረጉ፡ወዲ ፌሌግ፡ወዲ ዔበር፡ወዲ ሸላሕ፡ | ናኮር የሴሮህ ልጅ፣ሴሮህ የረኡ ልጅ፣ረኡ የፋሌቅ ልጅ፣ፋሌቅ የኤቤር ልጅ፣ኤቤር የሴሎም ልጅ፣ |
57,074 | am_tg | ሴሎም የቃይናን ልጅ፣ቃይናን የአርፋክስድ ልጅ፣አርፋክስድ የሴም ልጅ፣ሴም የኖኅ ልጅ፣ኖኅ የላሜህ ልጅ፣ | ወዲ ቃይናን፡ወዲ ኣርፋክሳድ፡ወዲ ሴም፡ወዲ ኖህ፡ወዲ ላሜክ፡ |
57,075 | tg_am | ወዲ ቃይናን፡ወዲ ኣርፋክሳድ፡ወዲ ሴም፡ወዲ ኖህ፡ወዲ ላሜክ፡ | ሴሎም የቃይናን ልጅ፣ቃይናን የአርፋክስድ ልጅ፣አርፋክስድ የሴም ልጅ፣ሴም የኖኅ ልጅ፣ኖኅ የላሜህ ልጅ፣ |
57,076 | am_tg | ላሜህ የማቱሳላ ልጅ፣ማቱሳላ የሄኖክ ልጅ፣ሄኖክ የያሬድ ልጅ፣ያሬድ የመላልኤል ልጅ፣መላልኤል የቃይናን ልጅ፣ | ወዲ ማቱሳላ፡ወዲ ሄኖክ፡ወዲ ያሬድ፡ወዲ መላልኤል፡ወዲ ቃይናን፡ |
57,077 | tg_am | ወዲ ማቱሳላ፡ወዲ ሄኖክ፡ወዲ ያሬድ፡ወዲ መላልኤል፡ወዲ ቃይናን፡ | ላሜህ የማቱሳላ ልጅ፣ማቱሳላ የሄኖክ ልጅ፣ሄኖክ የያሬድ ልጅ፣ያሬድ የመላልኤል ልጅ፣መላልኤል የቃይናን ልጅ፣ |
57,078 | am_tg | ቃይናን የሄኖስ ልጅ፣ሄኖስ የሴት ልጅ፣ሴት የአዳም ልጅ፣አዳም የአምላክ ልጅ። | ወዲ ሄኖስ፡ወዲ ሴት፡ወዲ ኣዳም፡ወዲ ኣምላኽ። |
57,079 | tg_am | ወዲ ሄኖስ፡ወዲ ሴት፡ወዲ ኣዳም፡ወዲ ኣምላኽ። | ቃይናን የሄኖስ ልጅ፣ሄኖስ የሴት ልጅ፣ሴት የአዳም ልጅ፣አዳም የአምላክ ልጅ። |
57,080 | am_tg | ከዚያም አሥራ ሁለቱን አንድ ላይ ጠርቶ አጋንንትን ሁሉ የማዘዝ እንዲሁም በሽታን የመፈወስ ኃይልና ሥልጣን ሰጣቸው። | ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብሓባር ጸዊዑ፡ ኵሎም ኣጋንንቲ ኼውጽኡን ሕማም ኬሕውዩን ሓይልን ስልጣንን ሃቦም። |
57,081 | tg_am | ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብሓባር ጸዊዑ፡ ኵሎም ኣጋንንቲ ኼውጽኡን ሕማም ኬሕውዩን ሓይልን ስልጣንን ሃቦም። | ከዚያም አሥራ ሁለቱን አንድ ላይ ጠርቶ አጋንንትን ሁሉ የማዘዝ እንዲሁም በሽታን የመፈወስ ኃይልና ሥልጣን ሰጣቸው። |
57,082 | am_tg | ደግሞም የአምላክን መንግሥት እንዲሰብኩና የታመሙትን እንዲፈውሱ ላካቸው፤ | መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰብኩን ኬሕውዩን ከኣ ለኣኾም፣ |
57,083 | tg_am | መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰብኩን ኬሕውዩን ከኣ ለኣኾም፣ | ደግሞም የአምላክን መንግሥት እንዲሰብኩና የታመሙትን እንዲፈውሱ ላካቸው፤ |
57,084 | am_tg | እንዲህም አላቸው፦ “ለጉዟችሁ ምንም ነገር አትያዙ፤ በትርም ሆነ የምግብ ከረጢት፣ ዳቦም ሆነ ገንዘብ እንዲሁም ሁለት ልብስ አትያዙ። | ከምዚ ድማ በሎም፦ “ንመገዲ በትሪ ዀነ፡ ለቘታ ስንቂ ዀነ፡ እንጌራ ዀነ፡ ገንዘብ ኰነ፡ ገለ እኳ ኣይትማልኡ፣ ክልተ ቐምሽ እውን ኣይሃሉኹም። |
57,085 | tg_am | ከምዚ ድማ በሎም፦ “ንመገዲ በትሪ ዀነ፡ ለቘታ ስንቂ ዀነ፡ እንጌራ ዀነ፡ ገንዘብ ኰነ፡ ገለ እኳ ኣይትማልኡ፣ ክልተ ቐምሽ እውን ኣይሃሉኹም። | እንዲህም አላቸው፦ “ለጉዟችሁ ምንም ነገር አትያዙ፤ በትርም ሆነ የምግብ ከረጢት፣ ዳቦም ሆነ ገንዘብ እንዲሁም ሁለት ልብስ አትያዙ። |
57,086 | am_tg | ሆኖም ወደ አንድ ቤት ስትገቡ ከተማዋን ለቃችሁ እስክትሄዱ ድረስ እዚያው ቆዩ፤ ከዚያም ተነስታችሁ ሂዱ። | ኣብ እትኣትውዋ ቤት፡ ኣብኣ ተቐመጡ፡ ካብኣ እውን ንቐሉ። |
57,087 | tg_am | ኣብ እትኣትውዋ ቤት፡ ኣብኣ ተቐመጡ፡ ካብኣ እውን ንቐሉ። | ሆኖም ወደ አንድ ቤት ስትገቡ ከተማዋን ለቃችሁ እስክትሄዱ ድረስ እዚያው ቆዩ፤ ከዚያም ተነስታችሁ ሂዱ። |
57,088 | am_tg | በየትኛውም ከተማ የሚቀበላችሁ ሰው ካጣችሁ፣ ከዚያ ከተማ ስትወጡ ምሥክር እንዲሆንባቸው የእግራችሁን አቧራ አራግፉ።” | እንተ ዘይተቐቢሎምኹም፡ ካብታ ኸተማ እቲኣ ወጺእኩም፡ ንምስክር ምእንቲ ኪዀኖም፡ ደሮና ኣእጋርኩም ንገፉ።” |
57,089 | tg_am | እንተ ዘይተቐቢሎምኹም፡ ካብታ ኸተማ እቲኣ ወጺእኩም፡ ንምስክር ምእንቲ ኪዀኖም፡ ደሮና ኣእጋርኩም ንገፉ።” | በየትኛውም ከተማ የሚቀበላችሁ ሰው ካጣችሁ፣ ከዚያ ከተማ ስትወጡ ምሥክር እንዲሆንባቸው የእግራችሁን አቧራ አራግፉ።” |
57,090 | am_tg | እነሱም ወጥተው በሄዱበት ሁሉ ምሥራቹን እየተናገሩና የታመሙትን እየፈወሱ ከመንደር ወደ መንደር በመሄድ ክልሉን አዳረሱ። | ወጺኦም ኣብ ኵሉ እናኣበሰሩን እናኣሕወዩን ኣብ ቈቍሸት ዞሩ። |
57,091 | tg_am | ወጺኦም ኣብ ኵሉ እናኣበሰሩን እናኣሕወዩን ኣብ ቈቍሸት ዞሩ። | እነሱም ወጥተው በሄዱበት ሁሉ ምሥራቹን እየተናገሩና የታመሙትን እየፈወሱ ከመንደር ወደ መንደር በመሄድ ክልሉን አዳረሱ። |
57,092 | am_tg | በዚህ ጊዜ የአውራጃ ገዢ የሆነው ሄሮድስ የተፈጸመውን ነገር ሁሉ ሰማ፤ አንዳንዶች ዮሐንስ ከሞት ተነስቷል ይሉ ስለነበረም በጣም ግራ ተጋባ፤ | ሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ ብዛዕባ ዅሉ እቲ ዝዀነ ሰምዐ፣ ገሊኦም፡ ዮሃንስ ካብ ምዉታት ከም ዝተንስአ ይዛረቡ ብምንባሮም ከኣ ኣመና ደንጸዎ፣ |
57,093 | tg_am | ሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ ብዛዕባ ዅሉ እቲ ዝዀነ ሰምዐ፣ ገሊኦም፡ ዮሃንስ ካብ ምዉታት ከም ዝተንስአ ይዛረቡ ብምንባሮም ከኣ ኣመና ደንጸዎ፣ | በዚህ ጊዜ የአውራጃ ገዢ የሆነው ሄሮድስ የተፈጸመውን ነገር ሁሉ ሰማ፤ አንዳንዶች ዮሐንስ ከሞት ተነስቷል ይሉ ስለነበረም በጣም ግራ ተጋባ፤ |
57,094 | am_tg | ይሁንና ሌሎች ኤልያስ ተገልጧል፤ ሌሎች ደግሞ ከጥንት ነቢያት አንዱ ተነስቷል ይሉ ነበር። | ገሊኦም፡ ኤልያስ ከም እተራእየ፡ ገሊኦም ከኣ ሓደ ኻብ ናይ ጥንቲ ነብያት ከም ዝተንስአ ይዛረቡ ነበሩ። |
57,095 | tg_am | ገሊኦም፡ ኤልያስ ከም እተራእየ፡ ገሊኦም ከኣ ሓደ ኻብ ናይ ጥንቲ ነብያት ከም ዝተንስአ ይዛረቡ ነበሩ። | ይሁንና ሌሎች ኤልያስ ተገልጧል፤ ሌሎች ደግሞ ከጥንት ነቢያት አንዱ ተነስቷል ይሉ ነበር። |
57,096 | am_tg | ሄሮድስም “ዮሐንስን አንገቱን ቆርጬዋለሁ። ታዲያ እንዲህ ሲወራለት የምሰማው ይህ ሰው ማን ነው?” አለ። ስለሆነም ሊያየው ይፈልግ ነበር። | ሄሮድስ ድማ፡ “ንዮሃንስ ርእሱ ኣሰይፈዮ እየ። እዚ ብዛዕባኡ ኸምዚ ዝበለ ነገር ዝሰምዕ ዘለኹ ደኣ መን እዩ፧” በለ። ኪርእዮ እውን ይደሊ ነበረ። |
57,097 | tg_am | ሄሮድስ ድማ፡ “ንዮሃንስ ርእሱ ኣሰይፈዮ እየ። እዚ ብዛዕባኡ ኸምዚ ዝበለ ነገር ዝሰምዕ ዘለኹ ደኣ መን እዩ፧” በለ። ኪርእዮ እውን ይደሊ ነበረ። | ሄሮድስም “ዮሐንስን አንገቱን ቆርጬዋለሁ። ታዲያ እንዲህ ሲወራለት የምሰማው ይህ ሰው ማን ነው?” አለ። ስለሆነም ሊያየው ይፈልግ ነበር። |
57,098 | am_tg | ሐዋርያቱም በተመለሱ ጊዜ ያደረጉትን ነገር ሁሉ ለኢየሱስ ተረኩለት። እሱም ቤተሳይዳ ወደምትባል ከተማ ብቻቸውን ይዟቸው ሄደ። | ሃዋርያት ምስ ተመልሱ፡ ዝገበርዎ ዅሉ ንየሱስ ነገርዎ። ንበይኖም ድማ፡ ቤት-ሳይዳ ናብ እትብሃል ከተማ ወሰዶም። |
57,099 | tg_am | ሃዋርያት ምስ ተመልሱ፡ ዝገበርዎ ዅሉ ንየሱስ ነገርዎ። ንበይኖም ድማ፡ ቤት-ሳይዳ ናብ እትብሃል ከተማ ወሰዶም። | ሐዋርያቱም በተመለሱ ጊዜ ያደረጉትን ነገር ሁሉ ለኢየሱስ ተረኩለት። እሱም ቤተሳይዳ ወደምትባል ከተማ ብቻቸውን ይዟቸው ሄደ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.