Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,800
am_tg
በሌላ በኩል ግን ዚመንፈስ ፍሬ ፍቅር፣ ደስታ፣ ሰላም፣ ትዕግሥት፣ ደግነት፣ ጥሩነት፣ እምነት፣
እቲ ፍሹ መንፈስ ግና፡ ፍቕሪ፡ ሓጐስ፡ ሰላም፡ ዓቕሊ፡ ለውሃት፡ ሕያውነት፡ እምነት፡
64,801
tg_am

64,802
am_tg
ገርነት፣ ራስን መግዛት ነው። እንዲህ ያሉትን ነገሮቜ ዹሚኹለክል ሕግ ዚለም።
ልእመት፡ ርእሰ ግትኣት እዩ። ነዚ ኾምዚ ዝኣመሰለ ዚጻሚሮ ሕጊ ዚልቊን።
64,803

64,804
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ዚሆኑት ሥጋን ኚመጥፎ ምኞቱና ፍላጎቱ ጋር በእንጚት ላይ ቞ንክሚውታል።
እቶም ናይ ክርስቶስ ዚሱስ ዘበሉ ድማ፡ ነቲ ስጋ ምስ ፍትወቱን ትምኒቱን ሰቒሎምዎ እዮም።
64,805

64,806
am_tg
በመንፈስ ዹምንኖር ኹሆነ መንፈስ ዹሚሰጠንን አመራር በመኹተል ምንጊዜም በሥርዓት እንመላለስ።
ብመንፈስ ንነብር እንተ ኣሊና፡ ብመንፈስ ብስርዓት ንመላለስ።
64,807

64,808
am_tg
በመካኚላቜን ዹፉክክር መንፈስ በማነሳሳትና አንዳቜን ሌላውን በመመቅኘት በኚንቱ አንመካ።
ንሓድሕድና ብምትህልላኜን ብምቅንናእን፡ ርእሰ ውዳሰ ኣይንድለ።
64,809

64,810
am_tg
እንግዲህ ይህን እላለሁፊ ወራሹ ዹሁሉም ነገር ጌታ ቢሆንም እንኳ ሕፃን እስኚሆነ ድሚስ ኚባሪያ በምንም አይለይምፀ
ኣነ እብል ኣለኹፊ ወራሲ ብግዜ ሕጻንነቱ፡ ዋላ እኳ ጐይታ ዅሉ እንተ ዀነ፡ ካብ ባርያ ፈሊኻ ኣይርአን እዩ፣
64,811

64,812
am_tg
ይልቁንም አባቱ አስቀድሞ ዹወሰነው ቀን እስኪደርስ ድሚስ በሞግዚቶቜና በመጋቢዎቜ ሥር ሆኖ ይቆያል።
ዚግዳስ፡ ክሳዕ እታ ኣቊኡ ዝመደባ መዓልቲ እትኣክል፡ ኣብ ትሕቲ ኣለይትን ኣመሓደርቲ ቀትን እዩ።
64,813

64,814
am_tg
በተመሳሳይ እኛም ልጆቜ በነበርንበት ጊዜ በዓለም ውስጥ ላሉ ተራ ነገሮቜ ባሪያ ሆነን ቆይተናል።
ኚምኡ ድማ፡ ንሕና ሕጻናት ኣብ ዝነበርናሉ እዋን፡ ብመባእታዊ ነገራት ዓለም ባሮት ኮንና ኔርና።
64,815

64,816
am_tg
ሆኖም ዘመኑ ሙሉ በሙሉ ዚሚጠናቀቅበት ጊዜ ሲደርስ አምላክ ኚሎት ዹተወለደውንና በሕግ ሥር ዹነበሹውን ልጁን ላኚፀ
ኰይኑ ግና፡ እቲ ተወሲኑ ዝነበሹ እዋን ምስ ኣብቅዐ፡ ኣምላኜ ነቲ ኻብ ሰበይቲ እተወልደን ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዝዀነን ወዱ ልኢኜዎ እዩ፣
64,817

64,818
am_tg
ይህን ያደሚገው እኛን ልጆቹ አድርጎ መውሰድ ይቜል ዘንድ በሕግ ሥር ያሉትን ዋጅቶ ነፃ ለማውጣት ነው።
ኚምኡ ዝገበሹ ኞኣ፡ ነቶም ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዘለዉ ዓዲጉ ሓራ ምእንቲ ኌውጜኊም እሞ፡ ንሕና ውሉድነት ምእንቲ ኜንሚክብ እዩ።
64,819

64,820
am_tg
አሁን እናንተ ልጆቜ ስለሆናቜሁ አምላክ ዹልጁን መንፈስ ወደ ልባቜን ልኳልፀ ይህም መንፈስ “አባ፣ አባት!” እያለ ይጣራል።
ውሉዳት ስለ ዝዀንኩም፡ ኣምላኜ ነቲ፡ “ኣባ፡ ኣቊ!” ኢሉ ዚጜውዕ መንፈስ ወዱ ናብ ልብና ልኢኜዎ እዩ።
64,821

64,822
am_tg
በመሆኑም ኚእንግዲህ ወዲህ ልጅ ነህ እንጂ ባሪያ አይደለህምፀ ልጅ ኹሆንክ ደግሞ አምላክ ወራሜም አድርጎሃል።
ስለዚ፡ ውሉድ ደኣ እምበር፡ ባርያ ኣይኰንካን፣ ውሉድ ካብ ኰንካ ኞኣ፡ ኣምላኜ እውን ወራሲ ገይሩካ እዩ።
64,823

64,824
am_tg
ይሁንና አምላክን ኚማወቃቜሁ በፊት በእርግጥ አማልክት ላልሆኑ ባሪያዎቜ ሆናቜሁ ትገዙ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ንኣምላኜ ኚይፈለጥኩምዎ ኞለኹም፡ ባሮት እቶም ናይ ሓቂ ኣማልኜቲ ዘይኰኑ ኢኹም ኔርኩም።
64,825

64,826
am_tg
አሁን ግን አምላክን አውቃቜኋልፀ እንዲያውም አምላክ እናንተን አውቋቜኋልፀ ታዲያ ደካማና ኚንቱ ወደሆኑ ተራ ነገሮቜ መመለስና እንደገና ለእነዚህ ነገሮቜ ባሪያ መሆን ትፈልጋላቜሁ?
ሕጂ ንኣምላኜ ምስ ፈለጥኩምዎ፡ ምናዳ እውን ኣምላኜ ምስ ፈለጠኩም፡ ኹመይ ጌርኩም ናብቲ ድኹምን ድርባይን መባእታዊ ነገራት ትምለሱን ኹም ብሓድሜ ባሮቱ ኜትኰኑ ትደልዩን ኣለኹም፧
64,827

64,828
am_tg
ቀናትን፣ ወራትን፣ ወቅቶቜንና ዓመታትን በጥንቃቄ እዚጠበቃቜሁ ታኚብራላቜሁ።
መዓልትታትን ኣዋርሕን ወቕትታትን ዓመታትን ተጠንቂቕኩም ትሕልዉ ኣለኹም።
64,829

64,830
am_tg
ዚእናንተ ሁኔታ ያሳስበኛልፀ ምክንያቱም ለእናንተ ዚደኚምኩት በኚንቱ እንዳይሆን እሰጋለሁ።
ምናልባት ንኞንቱ ጜዒሚልኩም ኚይኚውን፡ እፈርሃልኩም ኣለኹ።
64,831

64,832
am_tg
ወንድሞቜ፣ እንደ እኔ ሁኑ ብዬ እለምናቜኋለሁፀ ምክንያቱም እኔም በአንድ ወቅት እንደ እናንተ ነበርኩ። እናንተ ምንም ዚበደላቜሁኝ ነገር ዚለም።
ኣሕዋተዚ፡ ኣነ ኞማኻትኩም ስለ ዝነበርኩ፡ ኹማይ ክትኰኑ እልምነኩም ኣለኹ። ሓንቲ እኳ ኣይበደልኩምንን።
64,833

64,834
am_tg
በተጚማሪም ለመጀመሪያ ጊዜ ለእናንተ ምሥራቹን ለመስበክ አጋጣሚ ያገኘሁት በመታመሜ ዚተነሳ እንደነበር ታውቃላቜሁ።
ግናኞ፡ ብስጋ ብምሕማመይ እዚ ነቲ ብስራት ክነግሚኩም ንፈለማ ግዜ ኣጋጣሚ ዝሚኞብኩ።
64,835

64,836
am_tg
ሕመሜ ፈተና ሆኖባቜሁ ዹነበሹ ቢሆንም እንኳ አልናቃቜሁኝም ወይም አልተጞዚፋቜሁኝምፀ ኹዚህ ይልቅ እንደ አምላክ መልአክ ወይም እንደ ክርስቶስ ኢዚሱስ ተቀበላቜሁኝ።
ሜዑ፡ ሕማመይ ፈተና እኳ እንተ ዀነኩም፡ ኣይነዓቕኩምንን ወይ ኣይተጞዚፍኩምንን፣ ዚግዳስ፡ ኹም መልኣኜ ኣምላኜ፡ ኹም ክርስቶስ ዚሱስ ጌርኩም ኢኹም ተቐቢልኩምኒ።
64,837

64,838
am_tg
ታዲያ ያ ሁሉ ደስታቜሁ ዚት ጠፋ? ዚሚቻል ቢሆን ኖሮ ዓይናቜሁን እንኳ አውጥታቜሁ ትሰጡኝ እንደነበር እርግጠኛ ነኝ።
እቲ ዝነበሚኩም ሓጐስ ደኣ ኣበይ ኣሎ፧ ዚኚኣል እንተ ዚኾውን ነይሩስ፡ ኣዒንትኹም ኣውጺእኩም ኹም እትህቡኒ እምስክሚልኩም እዚ።
64,839

64,840
am_tg
ታዲያ እውነቱን ስለምነግራቜሁ ጠላት ሆንኩባቜሁ ማለት ነው?
እሞ ደኣ፡ ሓቂ ስለ ዝነገርኩኹምዶ ጞላኢኹም ኰይነ እዚ፧
64,841
tg_am
እሞ ደኣ፡ ሓቂ ስለ ዝነገርኩኹምዶ ጞላኢኹም ኰይነ እዚ፧
ታዲያ እውነቱን ስለምነግራቜሁ ጠላት ሆንኩባቜሁ ማለት ነው?
64,842
am_tg
እነሱ ወደ ራሳ቞ው ሊስቧቜሁ ኹፍተኛ ጥሚት ያደርጋሉፀ ይህን ዚሚያደርጉት ግን ለበጎ ሳይሆን እናንተን ኚእኔ በማራቅ እነሱን አጥብቃቜሁ እንድትኚተሏ቞ው ለማድሚግ ነው።
ንጜቡቕኩም ዘይኰነስ፡ ካባይ ኪፈልዩኹም እሞ፡ ተሃንጢኹም ምእንቲ ኜትስዕብዎም ኢሎም እዮም ብወገኖም ኪገብሩኹም ብቕንኣት ዚጜዕሩ ዘለዉ።
64,843

64,844
am_tg
ይሁን እንጂ አንድ ሰው ምንጊዜም እናንተን አጥብቆ ዹሚፈልገው ለበጎ ዓላማ ኹሆነ ጥሩ ነውፀ ይህም መሆን ያለበት እኔ ኚእናንተ ጋር ስሆን ብቻ አይደለምፀ
ኰይኑ ግና፡ ኣነ ምሳኻትኩም ኚለኹ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵሉ ሳዕ ንጜቡቕ ኢሉ ብቕንኣት ዚደልዚኩም እንተሎ ሰናይ እዩ፣
64,845

64,846
am_tg
ዚምወዳቜሁ ልጆቌ፣ ክርስቶስ በውስጣቜሁ እስኪቀሚጜ ድሚስ በእናንተ ምክንያት እንደገና ምጥ ይዞኛል።
ደቀዚ፡ ክርስቶስ ክሳዕ ዚቕሚጞልኩም፡ ኹም ብሓድሜ ብቕልውላው ተታሒዘልኩም ኣለኹ።
64,847

64,848
am_tg
በእናንተ ግራ ስለተጋባሁ አሁን በመካኚላቜሁ ተገኝቌ ለዚት ባለ መንገድ ላነጋግራቜሁ ብቜል ደስ ባለኝ ነበር።
ብኣኻትኩም ዝገብሮ ጠፊኡኒ ስለ ዘሎ፡ ሕጂ ምሳኻትኩም ክህሉን ብእተፈልዚ መገዲ ኜዛሚበኩምን ምደለኹ።
64,849

64,850
am_tg
እናንተ በሕግ ሥር መኖር ዚምትፈልጉ እስቲ ንገሩኝፀ ሕጉ ዹሚለውን አትሰሙም?
ኣቱም ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኜትኰኑ እትደልዩ፡ እስኚ ንገሩኒ፡ ነቲ ሕጊዶ ኣይትሰምዕዎን ኢኹም፧
64,851

64,852
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ አብርሃም አንዱ ኚአገልጋዪቱ፣ ሌላው ደግሞ ኚነፃዪቱ ሎት ዚተወለዱ ሁለት ወንዶቜ ልጆቜ እንደነበሩት ተጜፏልፀ
ንኣብነት፡ ኣብርሃም ክልተ ኣወዳት ኹም ዝወለደ፡ እቲ ሓደ ኻብታ ገሚድ፡ እቲ ሓደ ኞኣ ካብታ ጭዋ ኾም ዝነበሹ ጜሑፍ እዩ።
64,853

64,854
am_tg
ሆኖም ኚአገልጋዪቱ ዹተገኘው ልጅ ዹተወለደው በሥጋዊ መንገድ ሲሆን ኚነፃዪቱ ሎት ዹተገኘው ልጅ ደግሞ ዹተወለደው በተስፋ ቃል መሠሚት ነው።
ኰይኑ ግና፡ እቲ ኻብታ ገሚድ እተወልደ፡ ብንቡር እዩ ተወሊዱ፣ እቲ ኻብታ ጭዋ እተወልደ ግና፡ ብእተተስፈወ ተስፋ እዩ ተወሊዱ።
64,855

64,856
am_tg
እነዚህ ሎቶቜ ሁለት ቃል ኪዳኖቜን ስለሚወክሉ እነዚህ ነገሮቜ ምሳሌያዊ ትርጉም አላ቞ውፀ አንደኛው ቃል ኪዳን ዚተገባው በሲና ተራራ ሲሆን በዚህ ቃል ኪዳን ሥር ያሉት ልጆቜ ሁሉ ባሪያዎቜ ና቞ውፀ ይህ ቃል ኪዳን ደግሞ አጋርን ያመለክታል።
እዚ ኾም ምሳልያዊ ዛንታ ጌርካ ኺውሰድ ይኚኣል እዩ፣ ኚመይሲ፡ እዘን ኣንስቲ እዚአን ንኜልተ ኺዳን እዚን ዜመልክታ፣ እታ ንባርነት እትወልድ ካብ ኹሹን ሲና ዝዀነት፡ ንሳ ኣጋር እያ።
64,857

64,858
am_tg
አጋር፣ በዓሚብ አገር ዹሚገኘውን ዚሲና ተራራ ዚምትወክል ሲሆን ዛሬ ካለቜው ኢዚሩሳሌም ጋር ትመሳሰላለቜፀ ኢዚሩሳሌም ኚልጆቿ ጋር በባርነት ሥር ናትና።
ኣጋር ነቲ ኣብ ምድሪ ዓሚብ ዘሎ ኾሹን ሲና እያ እተመልክት፣ ንሳ ኣምሳል እታ ሎሚ ምስ ደቃ ኣብ ትሕቲ ባርነት ዘላ ዚሩሳሌም እያ።
64,859

64,860
am_tg
ላይኛይቱ ኢዚሩሳሌም ግን ነፃ ናትፀ እሷም እናታቜን ናት።
እታ ናይ ላዕሊ ዚሩሳሌም ግና፡ ጭዋ እያ፣ ንሳ ኞኣ ኣዎና እያ።
64,861

64,862
am_tg
“አንቺ ዚማትወልጂ መሃን ሎት፣ ደስ ይበልሜፀ አንቺ ምጥ ዚማታውቂ ሎት፣ እልል በይ፣ ጩኺምፀ ምክንያቱም ባል ካላት ሎት ይልቅ ዚተተወቜው ሎት ልጆቜ እጅግ በዝተዋል” ተብሎ ተጜፏልና።
ኚመይሲ፡ “ደቂ እታ በይና ዘላ፡ ካብ ደቂ እታ ሰብኣይ ዘለዋ በዚሖም እዮም እሞ፡ ኣቲ ዘይትወልዲ መኻን፡ ተሓጐሲ፣ ኣቲ ቕልውላው ዘይብልኪ እልል በሊ” ዚብል ጜሑፍ እዩ።
64,863

64,864
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ እንደ ይስሐቅ ዚተስፋው ቃል ልጆቜ ናቜሁ።
ኣሕዋተዚ፡ ንስኻትኩም ኹም ይስሃቅ፡ ደቂ ተስፋ ኢኹም።
64,865
tg_am
ኣሕዋተዚ፡ ንስኻትኩም ኹም ይስሃቅ፡ ደቂ ተስፋ ኢኹም።
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ እንደ ይስሐቅ ዚተስፋው ቃል ልጆቜ ናቜሁ።
64,866
am_tg
ሆኖም ያን ጊዜ በሥጋዊ መንገድ ዹተወለደው በመንፈስ ዹተወለደውን ማሳደድ እንደጀመሚ ሁሉ አሁንም እንደዚያው ነው።
ግናኞ፡ ኚምቲ እቲ ብንቡር እተወልደ ነቲ ብመንፈስ እተወልደ ዝሰጐጎ፡ ሕጂ እውን ኚምኡ እዩ።
64,867

64,868
am_tg
ይሁንና ቅዱስ መጜሐፉ ምን ይላል? “ዚአገልጋዪቱ ልጅ ኚነፃዪቱ ልጅ ጋር በምንም ዓይነት አብሮ ስለማይወርስ አገልጋዪቱን ኹነልጅዋ አባር።”
ይኹን እምበር፡ ቅዱስ ጜሑፍ እንታይ ድዩ ዚብል፧ “ወዲ እታ ገሚድ ምስ ወዲ እታ ጭዋ ኞቶ ኣይኪወርስን እዩ እሞ፡ ነታ ገሚድን ንወዳን ስጐጎም።”
64,869

64,870
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቜ፣ እኛ ዚነፃዪቱ ልጆቜ እንጂ ዚአገልጋዪቱ ልጆቜ አይደለንም።
ስለዚ፡ ኣሕዋተዚ፡ ደቂ እታ ገሚድ ዘይኰንናስ፡ ደቂ እታ ጭዋ ኢና።
64,871

64,872
am_tg
ወንድሞቜ፣ አንድ ሰው ሳያውቅ ዚተሳሳተ ጎዳና ቢኚተል መንፈሳዊ ብቃት ያላቜሁ እናንተ እንዲህ ዓይነቱን ሰው በገርነት መንፈስ ለማስተካኚል ጥሚት አድርጉ። ይሁንና እናንተም ፈተና ላይ እንዳትወድቁ ለራሳቜሁ ተጠንቀቁ።
ኣሕዋተዚ፡ ሰብ ብዘይ ፍላጥ እንተ ስሒቱ፡ ንስኻትኩም መንፈሳዊ ብቕዓታት ዘማላእኩም፡ ንኾምዚ ዝበለ ሰብ ብልኡም መንፈስ ኣቕንዕዎ። ኰይኑ ግና፡ ንስኻ እውን ምእንቲ ኞይትፍተን፡ ንርእስኻ ተጠንቀቕ።
64,873

64,874
am_tg
አንዳቜሁ ዹሌላውን ኚባድ ሾክም ተሞኚሙፀ በዚህ መንገድ ዚክርስቶስን ሕግ ትፈጜማላቜሁ።
ኚቢድ ጟር ሓድሕድ ጹሩ፣ በዚ ኾምዚ ኞኣ፡ ሕጊ ክርስቶስ ክትፍጜሙ ኢኹም።
64,875

64,876
am_tg
አንድ ሰው ምንም ሳይሆን ራሱን ኹፍ አድርጎ ዚሚመለኚት ኹሆነ ራሱን እያታለለ ነው።
ሓደ ሰብ ማንም ክነሱ፡ ኣገዳሲ ኾም ዝዀነ እንተ መሲልዎ፡ ንርእሱ እዩ ዜታልል ዘሎ።
64,877

64,878
am_tg
ኹዚህ ይልቅ እያንዳንዱ ሰው ዚራሱን ተግባር ይመርምርፀ ኚዚያም ራሱን ኹሌላ ሰው ጋር ሳያወዳድር ኚራሱ ጋር ብቻ በተያያዘ እጅግ ዚሚደሰትበት ነገር ያገኛል።
ግናኞ፡ ነፍሲ ወኹፍ ገግብሩ ይመርምር እሞ፡ ምስ ካልእ ኚይተነጻጞሚ፡ ብርእሱ ዜሐጕሶ ነገር ኪህልዎ እዩ።
64,879

64,880
am_tg
እያንዳንዱ ዚራሱን ዚኃላፊነት ሾክም ይሞኚማልና።
ኚመይሲ፡ ነፍሲ ወኹፍ ጞጟሩ ኺጞውር እዩ።
64,881
tg_am
ኚመይሲ፡ ነፍሲ ወኹፍ ጞጟሩ ኺጞውር እዩ።
እያንዳንዱ ዚራሱን ዚኃላፊነት ሾክም ይሞኚማልና።
64,882
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ቃሉን በመማር ላይ ያለ ማንኛውም ሰው፣ ይህን ትምህርት ኚሚያስተምሚው ሰው ጋር መልካም ነገሮቜን ሁሉ ይካፈል።
ብተወሳኺ፡ ነቲ ቓል ዚምሃር ዘበለ፡ ነቲ ዚምህሮ፡ ኵሉ ጜቡቕ ዘበለ ዚማቕሎ።
64,883

64,884
am_tg
አትታለሉፀ አምላክ አይዘበትበትም። አንድ ሰው ምንም ዘራ ምን ያንኑ መልሶ ያጭዳልፀ
ኣይትታለሉፊ ኣምላኜ ኣይዕሟን እዩ። ሰብ ዘዝዘርኩ እዩ ዚዓጜድ።
64,885

64,886
am_tg
ምክንያቱም ለሥጋው ብሎ ዚሚዘራ ኚሥጋው መበስበስን ያጭዳልፀ ለመንፈስ ብሎ ዚሚዘራ ግን ኚመንፈስ ዹዘላለም ሕይወት ያጭዳል።
እቲ ንስጋኡ ኢሉ ዚዘርእሲ፡ ካብ ስጋኡ ጥፍኣት ኪዓጜድ እዩ፣ እቲ ንመንፈስ ኢሉ ዚዘርእ ግና፡ ካብቲ መንፈስ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪዓጜድ እዩ።
64,887

64,888
am_tg
ካልታኚትን ጊዜው ሲደርስ ስለምናጭድ ተስፋ ቆርጠን መልካም ሥራ መሥራታቜንን አንተው።
እንተ ዘይተሓሊልና፡ ብግዜኡ ኜንዓጜድ ኢና እሞ፡ ሰናይ ንምግባር ኣይንሰልኪ።
64,889

64,890
am_tg
እንግዲያው ይህን ለማድሚግ ዚሚያስቜል አጋጣሚ እስካገኘን ድሚስ ለሁሉም፣ በተለይ ደግሞ በእምነት ለሚዛመዱን ሰዎቜ መልካም እናድርግ።
እምበኣር፡ ኣጋጣሚ ኜሳዕ ዘሎና፡ ንዅሉ፡ ምናዳ ኞኣ ነቶም ብእምነት ቀተ ሰብና ዝዀኑ፡ ሰናይ ንግበር።
64,891

64,892
am_tg
በራሎ እጅ እንዎት ባሉ ትላልቅ ፊደላት እንደጻፍኩላቜሁ ተመልኚቱ።
ብኞመይ ዝበለ ፍሩይ ፊደላት ብኢደይ ኹም ዝጞሓፍኩልኩም ርኣዩ።
64,893

64,894
am_tg
በሥጋ ተቀባይነት ለማግኘት ዹሚፈልጉ ሁሉ እንድትገሚዙ ሊያስገድዷቜሁ ይሞክራሉፀ ይህን ዚሚያደርጉት ግን በክርስቶስ ዚመኚራ እንጚት ሳቢያ ስደት እንዳይደርስባ቞ው ነው።
ኵሎም እቶም ብስጋ ኺፍተዉ ዚደልዩ ዘበሉ እዮም ብሰንኪ ጕንዲ ስቅያት ክርስቶስ ምእንቲ ኞይስጐጉ ኢሎም፡ ክትግዘሩ ኌገድዱኹም ዚፍትኑ ዘለዉ።
64,895

64,896
am_tg
እነሱ እንድትገሚዙ ዚሚፈልጉት በእናንተ ሥጋ ለመኩራራት ብለው ነው እንጂ ዚተገሚዙት ራሳ቞ውም እንኳ ሕጉን አይጠብቁም።
ብስጋኹም ምእንቲ ኺምክሑ ኢሎም እዮም ክትግዘሩ ዚደልዩኹም ዘለዉ እምበር፡ እቶም ዚግዘሩ ዘለዉ እኳ ባዕላቶም ንሕጊ ኣይሕልውዎን እዮም።
64,897

64,898
am_tg
ይሁንና በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ዚመኚራ እንጚት ካልሆነ በስተቀር በሌላ ነገር ፈጜሞ መኩራራት አልፈልግምፀ በእሱ ዚተነሳ፣ በእኔ አመለካኚት ዓለም ሞቷልፀ በዓለም አመለካኚት ደግሞ እኔ ሞቻለሁ።
በቲ ዓለም ንዓይ ኹም ምዉትቲ ዝዀነትሉ፡ ኣነ እውን ንዓለም ኹም ምዉት ዝዀንኩሉ ጕንዲ ስቅያት ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ እንተ ዘይኰይኑ፡ ብኻልእ ምምካሕ ኚቶ ኻባይ ይርሓቕ።
64,899