Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,500
am_tg
አንዳቜሁ ሌላውን አትዋሹ። አሮጌውን ስብዕና ኚነልማዶቹ ገፋቜሁ ጣሉፀ
ንሓድሕድኩም ኣይትተሓሳሰዉ። ነቲ ኣሚጊት ስብእና ምስ ግብርታቱ ቐንጢጥኩም፡
65,501
tg_am

65,502
am_tg
እንዲሁም ኚፈጣሪው አምሳል ጋር በሚስማማ ሁኔታ በትክክለኛ እውቀት አማካኝነት እዚታደሰ ዹሚሄደውን አዲሱን ስብዕና ልበሱፀ
ነቲ ኾም ምስሊ እቲ ዝፈጠሮ ብልክዕ ፍልጠት ዚሕደስ ዘሎ ሓድሜ ስብእና ልበሱ።
65,503

65,504
am_tg
በዚህ ሁኔታ ግሪካዊ ወይም አይሁዳዊ፣ ዹተገሹዘ ወይም ያልተገሚዘ፣ ዚባዕድ አገር ሰው፣ እስኩ቎ስ፣ ባሪያ ወይም ነፃ ሰው ብሎ ልዩነት ዚለምፀ ነገር ግን ክርስቶስ ሁሉም ነገር ነውፀ እንዲሁም በሁሉም ነው።
ኣብኡስ ግሪኻውን ኣይሁዳውን፡ ግዝሚትን ዘይግዝሚትን፡ ጓና፡ ስኪት፡ ባርያ፡ ጭዋ ዚልቊን፣ ዚግዳስ፡ ክርስቶስ ኵሉን ኣብ ኵሉን እዩ።
65,505

65,506
am_tg
እንግዲህ ዹአምላክ ምርጊቜ፣ ቅዱሳንና ዚተወደዳቜሁ እንደመሆናቜሁ መጠን ኚአንጀት ዹመነጹ ርኅራኄን፣ ደግነትን፣ ትሕትናን፣ ገርነትንና ትዕግሥትን ልበሱ።
እምበኣር፡ ኹም ሕሩያት ኣምላኜ፡ ቅዱሳትን ፍቑራትን ኎ንኩም፡ ልባዊ ርሕራሐ፡ ለውሃት፡ ትሕትና፡ ልእመት፡ ዓቕሊ ልበሱ።
65,507

65,508
am_tg
አንዱ በሌላው ላይ ቅር ዚተሰኘበት ነገር ቢኖሚው እንኳ እርስ በርስ መቻቻላቜሁንና በነፃ ይቅር መባባላቜሁን ቀጥሉ። ይሖዋ በነፃ ይቅር እንዳላቜሁ ሁሉ እናንተም እንዲሁ አድርጉ።
ሓደ ኣብቲ ሓደ ቕር ዜብል ነገር እንተ ኣልይዎ፡ ንሓድሕድኩም ተዓጋገሱን ብናጻ ይቕሹ ተባሃሃሉን። ኚምቲ ዹሆዋ ብናጻ ይቕሹ ዝበለልኩም፡ ንስኻትኩም እውን ኚምኡ ግበሩ።
65,509

65,510
am_tg
ይሁንና በእነዚህ ነገሮቜ ሁሉ ላይ ፍቅርን ልበሱፀ ፍቅር ፍጹም ዹሆነ ዚአንድነት ማሰሪያ ነውና።
ኣብ ልዕሊ እዚ ዅሉ እውን፡ ፍቕሪ ፍጜምቲ ማእሰር ሓድነት እያ እሞ፡ ልበስዋ።
65,511

65,512
am_tg
በተጚማሪም አምላክ ዚጠራቜሁ አንድ አካል እንድትሆኑና በሰላም እንድትኖሩ ስለሆነ ዚክርስቶስ ሰላም በልባቜሁ ይግዛ። እንዲሁም አመስጋኝ መሆናቜሁን አሳዩ።
እቲ ብሓደ ሰብነት እተጞዋዕኩምሉ ሰላም ክርስቶስ ኚኣ ኣብ ልብኹም ይግዛእ። ኣመስገንቲ እውን ኩኑ።
65,513

65,514
am_tg
ዚክርስቶስ ቃል ኚጥበብ ሁሉ ጋር በተትሚፈሚፈ ሁኔታ በውስጣቜሁ ይኑር። በመዝሙራት፣ ለአምላክ በሚቀርብ ውዳሎና በአመስጋኝነት መንፈስ በሚዘመሩ መንፈሳዊ ዝማሬዎቜ ትምህርትና ማበሚታቻ መስጠታቜሁን ቀጥሉፀ በልባቜሁም ለይሖዋ ዘምሩ።
ቃል ክርስቶስ ብዅሉ ጥበብ ብብዝሒ ይሕደርኩም። ብልብኹም ንዹሆዋ እናዘመርኩም፡ ብመዝሙርን ብውዳሰ ኣምላኜን ብምስጋና ብዚዝመር መንፈሳዊ ዜማን ንሓድሕድኩም ተማሃሃሩን ተተባብዑን።
65,515

65,516
am_tg
በቃልም ሆነ በተግባር ዚምታደርጉት ነገር ምንም ሆነ ምን አባት ዹሆነውን አምላክ በኢዚሱስ በኩል እያመሰገናቜሁ ሁሉንም ነገር በጌታ ኢዚሱስ ስም አድርጉት።
ብቓል ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ድማ፡ ብዚሱስ ንኣቊና ኣምላኜ እናኣመስገንኩም፡ ኵሉ ብስም ጐይታና ዚሱስ ግበርዎ።
65,517

65,518
am_tg
ሚስቶቜ ሆይ፣ ዚክርስቶስ ተኚታዮቜ ሊያደርጉት ዚሚገባ ስለሆነ ለባሎቻቜሁ ተገዙ።
ኣትን ኣንስቲ፡ ኚምቲ ንጐይታ ዚግባእ ጌርክን ንሰብኡትክን ተገዝኣኊም።
65,519

65,520
am_tg
ባሎቜ ሆይ፣ ሚስቶቻቜሁን መውደዳቜሁን ቀጥሉፀ መራራ ቁጣም አትቆጧ቞ው።
ኣቱም ሰብኡት፡ ንኣንስትኹም ኣፍቅርወን እምበር፡ ኣይትነድሩለን።
65,521

65,522
am_tg
ልጆቜ ሆይ፣ በሁሉም ነገር ለወላጆቻቜሁ ታዘዙፀ እንዲህ ማድሚጋቜሁ ጌታን ያስደስተዋልና።
ኣቱም ውሉዳት፡ እዚ ንጐይታ ባህ ዜብል እዩ እሞ፡ ንወለድኹም ብዅሉ ተኣዘዝዎም።
65,523

65,524
am_tg
አባቶቜ ሆይ፣ ቅስማ቞ው እንዳይሰበር ልጆቻቜሁን አታበሳጯ቞ው።
ኣቱም ኣቊታት፡ ሕልናኩም ምእንቲ ኞይዓርቊም፡ ንውሉዳትኩም ኣይተሕርቕዎም።
65,525

65,526
am_tg
ባሪያዎቜ ሆይ፣ ሰውን ለማስደሰት ብላቜሁ ሰብዓዊ ጌቶቻቜሁ በሚያዩአቜሁ ጊዜ ብቻ ሳይሆን በቅን ልብ ተነሳስታቜሁ ይሖዋን በመፍራት ጌቶቻቜሁ ለሆኑት በሁሉም ነገር ታዛዥ ሁኑ።
ኣቱም ባሮት፡ ነቶም ሰብኣውያን ጐይተትኩም፡ ንሰብ ባህ ኹም እተብሉ ዄንኩም ንገጜ ርአ ዘይኰነስ፡ ብግርህነት ልብን ብፍርሃት ዹሆዋን ብዅሉ ተኣዘዝዎም።
65,527

65,528
am_tg
ዚምታደርጉትን ሁሉ ለሰው ሳይሆን ለይሖዋ እንደምታደርጉት በማሰብ በሙሉ ነፍሳቜሁ አድርጉትፀ
እትገብርዎ ዘበለ ንሰብ ዘይኰነስ፡ ንዹሆዋ ኾም እትገብርዎ ጌርኩም፡ ብምሉእ ነፍስኹም ግበርዎ፣
65,529

65,530
am_tg
ኹይሖዋ ዘንድ እንደ ሜልማት ዚምትቀበሉት ውርሻ እንዳለ ታውቃላቜሁና። ጌታቜንን ክርስቶስን እንደ ባሪያ አገልግሉ።
ኚመይሲ፡ እቲ ርስቲ ኻብ ዹሆዋ ኾም ዓስቢ ኾም እትቕበልዎ ትፈልጡ ኢኹም። ንጐይታና ክርስቶስ ተገዝእዎ።
65,531

65,532
am_tg
መጥፎ ነገር ዚሚሠራ ዚእጁን እንደሚያገኝ ዹተሹጋገጠ ነውፀ ደግሞም አድልዎ ዚለም።
እቲ ዚዕምጜሲ ኞምቲ ዝዓመጟ ኺፍደ እዩ፣ ኣድልዎ ድማ ዚልቊን።
65,533

65,534
am_tg
ለእናንተና በሎዶቅያ ላሉት እንዲሁም በአካል አይተውኝ ለማያውቁ ሁሉ ስል ምን ያህል ብርቱ ትግል እያደሚግኩ እንዳለሁ እንድትገነዘቡ እፈልጋለሁ።
ምእንታኹምን ምእንቲ እቶም ኣብ ሎዲቅያ ዘለዉን ምእንቲ እቶም ብኣካል ዘይሚኣዩንን፡ ኹመይ ዝበለ ዓብዪ ገድሊ ኾም ዘሎኒ ኜትፈልጡ ኞኣ እደሊ ኣለኹ።
65,535

65,536
am_tg
ይህም ልባ቞ው እንዲጜናና እንዲሁም ስምም ሆነው በፍቅር እርስ በርስ እንዲተሳሰሩ ነው። በዚህ መንገድ ታላቅ ዹሆነውን ብልጜግና ይኾውም ሙሉ በሙሉ እርግጠኛ ዚሆኑበትን ዚእውነት ግንዛቀ ማግኘት ብሎም ዹአምላክ ቅዱስ ሚስጥር ስለሆነው ስለ ክርስቶስ ትክክለኛ እውቀት መቅሰም ይቜላሉ።
እዚ ድማ ልቩም ተጾናኒዑ ብፍቕሪ ኺሰምሩ እሞ፡ ካብቲ ምሉእ ብምሉእ እተሚጋገጞ ምስትውዓል ዚርኚብ ኵሉ ሃብቲ ምእንቲ ኺህልዎም፡ ልክዕ ፍልጠት እቲ ቕዱስ ምስጢር ኣምላኜ ዝዀነ ክርስቶስ እውን ምእንቲ ኺሚኜቡ ኢለ እዚ።
65,537

65,538
am_tg
ዚጥበብና ዚእውቀት ውድ ሀብት ሁሉ በሚገባ ተሰውሮ ዹሚገኘው በክርስቶስ ውስጥ ነው።
ኣብኡ ኞኣ ብዘሎ መዛግብቲ ጥበብን ፍልጠትን ተሰዊሩ ኣሎ።
65,539

65,540
am_tg
ይህን ዹምለው ማንም ሰው አግባብቶ እንዳያታልላቜሁ ነው።
ሓደ እኳ ብዚሓብል ዘሚባ ኞዚታልለኩም ኢለ እዚ እዚ ዝብል ዘለኹ።
65,541

65,542
am_tg
በአካል ኚእናንተ ጋር ባልሆንም በመንፈስ ግን ኚእናንተ ጋር ስለሆንኩ ሥርዓት ያለውን አኗኗራቜሁንና በክርስቶስ ላይ ያላቜሁን ጜኑ እምነት በማዚት እዚተደሰትኩ ነው።
ብኣካል እኳ ምሳኻትኩም እንተ ዘዚለኹ፡ ብመንፈስ ግና ምሳኻትኩም እዚ፣ ስርዓትኩምን ጜንዓት እታ ብክርስቶስ ዘላትኩም እምነትን እናሚኣኹ እውን እሕጐስ ኣለኹ።
65,543

65,544
am_tg
ስለዚህ ጌታ ክርስቶስ ኢዚሱስን እንደተቀበላቜሁት ሁሉ ኚእሱ ጋር በአንድነት መመላለሳቜሁን ቀጥሉፀ
እምበኣር፡ ኚምቲ ንጐይታና ክርስቶስ ዚሱስ እተቐበልኩምዎ፡ ምስኡ ብሓድነት ተመላለሱ፣
65,545

65,546
am_tg
በተማራቜሁት መሠሚት በእሱ ላይ ሥር ሰዳቜሁና ታንጻቜሁ ኑሩፀ እንዲሁም በእምነት ጞንታቜሁ መኖራቜሁን ቀጥሉፀ ብዙ ምስጋናም አቅርቡ።
ኚምቲ እተመሃርኩምዎ፡ ኣብኡ ሱር ስደዱን ተሃነጹን ብእምነት ጜንዑን፡ ብምስጋና እውን ዕዙዛት ኩኑ።
65,547

65,548
am_tg
በክርስቶስ ላይ ሳይሆን በዓለም መሠሚታዊ ነገሮቜ እንዲሁም በሰው ወግ ላይ በተመሠሹተ ፍልስፍናና ኚንቱ ማታለያ ማንም ማርኮ እንዳይወስዳቜሁ ተጠንቀቁፀ
ኣብ ክርስቶስ ዘይኰነስ፡ በቲ ኣብ ስርዓት ሰብን ኣብ መባእታዊ ነገራት ዓለምን እተመስሚተ ፍልስፍናን ኚንቱ ጥበራን ሓደ እኳ ኞይማርኞኩምሲ፡ ተጠንቀቑ።
65,549

65,550
am_tg
ምክንያቱም መለኮታዊው ባሕርይ በተሟላ ሁኔታ በአካል ዹሚኖሹው በእሱ ውስጥ ነው።
ኚመይሲ፡ ኵሉ ምልኣት መለኮታዊ ባህርይ ብጭቡጥ ኣብ ክርስቶስ እዩ ዚሓድር።
65,551

65,552
am_tg
በመሆኑም ዚገዢነትና ዚሥልጣን ሁሉ ራስ በሆነው በእሱ አማካኝነት ሁሉንም ነገር አግኝታቜኋል።
ንስኻትኩም እውን ብእኡ፡ በቲ ርእሲ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን፡ ምልኣት ሚኺብኩም ኣለኹም።
65,553

65,554
am_tg
ኚእሱ ጋር ባላቜሁ ዝምድና ዚተነሳ በእጅ ባልተኚናወነ ግርዘት ተገርዛቜኋልፀ ይህም ኃጢአተኛውን ሥጋዊ አካል በማስወገድ ዹሚኹናወን ዚክርስቶስ አገልጋዮቜ ግርዘት ነው።
በቲ ምስኡ ዘሎኩም ርክብ ኚኣ በታ ብዘይ ኢድ፡ ስጋዊ ሰብነት ብምቕንጣጥ እትግበር ግዝሚት፡ በታ ናይ ክርስቶስ ግዝሚት ተገዚርኩም ኢኹም።
65,555

65,556
am_tg
ዚእሱን ዓይነት ጥምቀት በመጠመቅ ኚእሱ ጋር ተቀብራቜሁ ነበርናፀ ኚእሱ ጋር ባላቜሁ ዝምድና ዚተነሳም አብራቜሁ ተነስታቜኋልፀ ይህም ዹሆነው እሱን ኚሞት ያስነሳው አምላክ ባኚናወነው ታላቅ ሥራ ላይ ባላቜሁ እምነት አማካኝነት ነው።
ብጥምቀቱ ምስኡ ተቐቢርኩም ኢኹም፣ በቲ ምስኡ ዘሎኩም ርክብ እውን በታ ኣብቲ ሓያል ግብሪ እቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኊ ኣምላኜ ዘላትኩም እምነት ብሓባር ተንሲእኩም ኢኹም።
65,557

65,558
am_tg
በተጚማሪም በበደላቜሁና በሥጋቜሁ አለመገሹዝ ዚተነሳ ሙታን ዚነበራቜሁ ቢሆንም አምላክ ኚእሱ ጋር ሕያዋን አድርጓቜኋል። በደላቜንን ሁሉ በደግነት ይቅር ብሎናልፀ
ብኣበሳኹምን ብዘይ ግዝሚት ስጋኹምን ምዉታት እኳ እንተ ነበርኩም፡ ኣምላኜ ምስኡ ህያዋን ገይሩኩም እዩ። ንሱ ንዅሉ ኣበሳና ብለውሃት ይቕሹ ኢሉልና እዩ፣
65,559

65,560
am_tg
ድንጋጌዎቜን ዚያዘውንና ይቃወመን ዹነበሹውን በእጅ ዚተጻፈ ሰነድም ደመሰሰው። በመኚራው እንጚት ላይ ቞ንክሮም ኚመንገድ አስወገደው።
ነቲ ትእዛዛት ዝሓዘን ዚቃወመናን ብኢድ እተጻሕፈ ሰነድ ኚኣ ደምሲስዎ እዩ። ንዕኡ ኣብ ጕንዲ ስቅያት ሞንኪሩ ድማ ኣርሒቕዎ እዩ።
65,561

65,562
am_tg
በመኚራው እንጚት አማካኝነት መንግሥታትንና ባለሥልጣናትን ገፎ በድል ሰልፍ እዚመራ እንደ ምርኮኛ በአደባባይ እንዲታዩ አድርጓ቞ዋል።
ንመንግስትታትን ንስልጣናትን ቀንጢጡ፡ ኣብ ዓጀባ ዓወት ብእኡ እናመርሖም፡ ብግህዶ ኾም እተሳዕሩ ኣርእዩ እዩ።
65,563

65,564
am_tg
ስለዚህ በምትበሉትም ሆነ በምትጠጡት ወይም በዓልን፣ ዹወር መባቻንና ሰንበትን በማክበር ሚገድ ማንም ሰው አይፍሚድባቜሁ።
እምበኣር፡ ብብልዕን ብመስተን፡ ወይ ብምብዓል በዓላት፡ ወይ ብሰርቂ ወርሒ፡ ወይ ብሰንበት ዝመጞ፡ ሓደ እኳ ኣይፍሚድኩም።
65,565

65,566
am_tg
እነዚህ ለሚመጡት ነገሮቜ ጥላ ና቞ውፀ እውነተኛው ነገር ግን ዚክርስቶስ ነው።
እዝስ ነቲ ዚመጜእ ጜላሎቱ እዩ፣ እቲ ናይ ሓቂ ግና ክርስቶስ እዩ።
65,567

65,568
am_tg
በውሞት ትሕትናና በመላእክት አምልኮ ዚሚደሰት ማንኛውም ሰው ሜልማቱን እንዲያሳጣቜሁ አትፍቀዱ። እንዲህ ያለ ሰው ባያ቞ው ነገሮቜ ላይ ተመሥርቶ “ጥብቅ አቋም ዹሚይዝ” ኹመሆኑም በላይ ሥጋዊ አስተሳሰቡ በኚንቱ እንዲታበይ ያደርገዋል።
ናይ ሓሶት ትሕትናን ኣምልኟ መላእኜትን ዚፈቱ ሓደ እኳ ኣብቲ ዝሚኣዮ ነገር “መርገጹ ብምግባር” ሜልማትኩም ኣይኚልክልኩም። ንሱ ብስጋዊ ኣተሓሳስባኡ ብኞንቱ ይንፋሕ እዩ፣
65,569

65,570
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ራስ ኹሆነው ጋር በጥብቅ ዚተቆራኙ አይደሉምፀ መላው አካል በመገጣጠሚያዎቜና በጅማቶቜ አማካኝነት ዚሚያስፈልገውን ነገር ዚሚያገኘውና እርስ በርስ ስምም ሆኖ ዚተያያዘው እንዲሁም ዚሚያድገው ራስ በሆነው አማካኝነት ነው። ይህም እድገት ዹሚገኘው ኹአምላክ ነው።
ኣብቲ ርእሲ እውን ኣይጞንዕን እዩ። በቲ ርእሲ እቲ፡ ብዘሎ እቲ ሰብነት ይምገብ፡ ብመላግቊን ጅማትን ኚኣ ይገጣጠም እዩ፣ ካብ ኣምላኜ ብእተዋህበ ዕቀት እውን ይዓቢ እዩ።
65,571

65,572
am_tg
ዹዚህን ዓለም መሠሚታዊ ነገሮቜ በመተው ኚክርስቶስ ጋር ኚሞታቜሁ ለድንጋጌዎቹ ራሳቜሁን በማስገዛት አሁንም ዹዓለም ክፍል ዚሆናቜሁ በሚመስል ሁኔታ ለምን ትኖራላቜሁ?
ንመባእታዊ ነገራት ዓለም ብዚምልኚት ምስ ክርስቶስ ካብ ሞትኩም፡ ስለምንታይ ደኣ ገና ኻብዛ ዓለም እዚኣ ኾም ዝዀንኩም ኎ንኩም እናነበርኩም፡
65,573

65,574
am_tg
ድንጋጌዎቹም “አትውሰድ፣ አትቅመስ፣ አትንካ” ዹሚሉ ና቞ው።
“ኣይትሓዝ፡ ኣይትጥዓም፡ ኣይትተንኪ” ዚብል ትእዛዛት እትግዝኡ፧
65,575

65,576
am_tg
እነዚህ ሁሉ ዹሰው ትእዛዛትና ትምህርቶቜ ስለሆኑ ሁሉም ጥቅም ላይ ውለው እንዲጠፉ ዚተወሰነባ቞ው ና቞ው።
እዚ ኾም ናይ ሰብ ዝበለ ትእዛዛትን ትምህርትታትን እዚ፡ ምስ ተገብሚ፡ ኵሉ ይጠፍእ እዩ።
65,577

65,578
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ በገዛ ፈቃድ በሚቀርብ አምልኮና በውሞት ትሕትና፣ ሰውነትን በማሠቃዚት ዚሚገለጹ ጥበብ ያለባ቞ው ነገሮቜ ቢመስሉም ዚሥጋን ፍላጎት በማሾነፍ ሚገድ አንዳቜ ፋይዳ ዚላ቞ውም።
እዚ ብፍቓድ ርእስኻ ዚግበር ኣምልኟን ናይ ሓሶት ትሕትናን ምሕሳም ሰብነትን መልክዕ ጥበብ እኳ እንተ ኣለዎ፡ ትምኒት ስጋ ንምቅላስ ግና ኣይጠቅምን እዩ።
65,579

65,580
am_tg
ጌቶቜ ሆይ፣ እናንተም በሰማይ ጌታ እንዳላቜሁ በመገንዘብ ባሪያዎቻቜሁን በጜድቅና በፍትሕ አስተዳድሯ቞ው።
ኣቱም ጐይተት፡ ንስኻትኩም እውን ኣብ ሰማይ ጐይታ ኾም ዘሎኩም ፈሊጥኩም፡ ንባሮትኩም ቅኑዕን ግቡእን ግበሩሎም።
65,581

65,582
am_tg
በጞሎት ሚገድ ዘወትር ንቁ በመሆንና ምስጋና በማቅሚብ በጜናት ጞልዩ።
ብጞሎት ጜንዑ፣ ምስ ምስጋና እውን ብእኡ ንቕሑ።
65,583

65,584
am_tg
ደግሞም ለእኔ መታሰር ምክንያት ዹሆነውን ስለ ክርስቶስ ዹሚገልጾውን ቅዱስ ሚስጥር ማወጅ እንድንቜል አምላክ ዹቃሉን በር እንዲኚፍትልን ለእኛም ጞልዩልንፀ
እቲ ተኣሲሚሉ ዘለኹ ቕዱስ ምስጢር ክርስቶስ ምእንቲ ኜንሰብኜ፡ ኣምላኜ ነቲ ቓሉ ኣፍ ደገ ኪኞፍተልናስ፡ ምእንታና ድማ ጞልዩ።
65,585

65,586
am_tg
ቅዱሱን ሚስጥር ዚሚገባኝን ያህል በግልጜ እንዳውጅም ጞልዩልኝ።
ኣነ እውን ኚምቲ ዚግብኣኒ ገይሹ ብንጹር ክዛሚብ፡ ጞልዩለይ።
65,587
tg_am
ኣነ እውን ኚምቲ ዚግብኣኒ ገይሹ ብንጹር ክዛሚብ፡ ጞልዩለይ።
ቅዱሱን ሚስጥር ዚሚገባኝን ያህል በግልጜ እንዳውጅም ጞልዩልኝ።
65,588
am_tg
ጊዜያቜሁን በተሻለ መንገድ በመጠቀም በውጭ ካሉት ጋር ባላቜሁ ግንኙነት በጥበብ መመላለሳቜሁን ቀጥሉ።
ንግዜኹም ብዝበለጞ እናተጠቐምኩም፡ ምስቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብጥበብ ተመላለሱ።
65,589

65,590
am_tg
ለእያንዳንዱ ሰው እንዎት መልስ መስጠት እንደሚገባቜሁ ታውቁ ዘንድ ንግግራቜሁ ምንጊዜም በጹው ዹተቀመመ ያህል ለዛ ያለው ይሁን።
ንነፍሲ ወኹፍ ኹመይ ጌርኩም ክትምልሱ ኾም ዚግብኣኩም ምእንቲ ኜትፈልጡ፡ ዘሚባኹም ብጚው እተቓመመ፡ ኵሉ ሳዕ ጥዑም ይኹን።
65,591

65,592
am_tg
በጌታ ታማኝ አገልጋይና አብሮኝ ባሪያ ዹሆነው ዹተወደደው ወንድሜ ቲኪቆስ ስለ እኔ ሁሉንም ነገር ይነግራቜኋል።
ትኪቆስ እቲ ፍቑር ሓወይን እሙን ኣገልጋልን ብጐይታ ብጻዚይ ባርያን፡ ኵሉ ሃለዋተይ ኬፍልጠኩም እዩ።
65,593

65,594
am_tg
እሱን ወደ እናንተ ዹምልኹው ስላለንበት ሁኔታ እንድታውቁና ልባቜሁን እንዲያጜናና ነው።
ብዛዕባና ምእንቲ ኜትፈልጡን ንልብኹም ምእንቲ ኌጞናንዖን እዚ ናባኻትኩም ዝሰድዶ ዘለኹ።
65,595

65,596
am_tg
እናንተ ጋ ኹነበሹው ኚታማኙና ኹተወደደው ወንድሜ ኚአናሲሞስ ጋር ይመጣልፀ እነሱም እዚህ እዚተኚናወነ ስላለው ነገር ሁሉ ያሳውቋቜኋል።
ምስኡ እውን እቲ ኻባኻትኩም ዝዀነ እሙንን ፍቑርን ሓወይ ኊኔሲሞስ ይመጞኩም ኣሎ። ንሳቶም፡ ኵሉ እቲ ኣብዚ ዝዀነ ኺነግሩኹም እዮም።
65,597

65,598
am_tg
አብሮኝ ዚታሰሚው አርስጥሮኮስ ሰላምታ ያቀርብላቜኋልፀ ዚበርናባስ ዘመድ ዹሆነው ማርቆስም ሰላም ብሏቜኋል (እሱን በተመለኹተ ወደ እናንተ ኚመጣ እንድትቀበሉት መመሪያ ደርሷቜኋል)ፀ
እቲ መተኣስርተይ ኣርስጣርኮስ ሰላም ይብለኩም ኣሎ፣ እቲ ናባኻትኩም እንተ መጺኡ ኜትቅበልዎ እተነግሚኩም ማርቆስ ዘመድ በርናባስን
65,599