mm / test.csv
met's picture
Upload test.csv
0071247
amh,tig
ጎጥሮስና አብሚውት ዚነበሩት ሰዎቜ ሁሉን ነገር ትተው ኢዚሱስን ተኚተሉት።,መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጎጥሮስን ብጟቱን፡ ንዅሉ ሓዲጎም ንዚሱስ ሰዓብዎ ይብል።
ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል።,ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ።
ጳውሎስ ይበልጥ አስፈላጊ በሆኑት ነገሮቜ ላይ ትኩሚት ያደሚገ ኹመሆኑም በላይ ወደ ሶርያ፣ ትንሿ እስያ፣ መቄዶንያና ይሁዳ ብዙ ጊዜ በመሄድ አምላክን በትጋት አገልግሏል።,ጳውሎስ፡ ኣብቲ ዚሓይሜ ኣተኲሩ ነበሚ፣ ካብን ናብን ሶርያን ንእሜቶ እስያን መቄዶንያን ይሁዳን እናተጓዕዘ ኞኣ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኜ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነበሚ።
ይህ ደግሞ ይበልጥ እሱን እዚመሰልን እንድንሄድ ያነሳሳናል።,እዚ ድማ ንዕኡ ብዝያዳ ምእንቲ ኜንመስሎ፡ ንልብና ኌለዓዕሎ ይግባእ።
እነዚህ ቅቡዓን እንደ ማንኛውም ሰው መንፈሳዊ ትምህርት ማግኘት አለባ቞ው።,እዞም ቅቡኣት እዚኊም ኹም ካልኊት ክርስትያናት መንፈሳዊ ትምህርቲ ዜድልዮም እኳ እንተ ዀነ፡ ንቕብኣቶም ዜሹጋግጾሎም ግና ኣዚድልዮምን እዩ።
ዹጠዹቅነውን ሁሉ ወዲያውኑ ዚሚያደርግልን ኹሆነ በመካኚላቜን ያለው ግንኙነት ትክክለኛውን አካሄድ ዹጠበቀ አይሆንም።,ዝሓተትናዮ ዘበለ ብኡብኡ ዜማልኣልና እንተ ዀይኑ ግና፡ እቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ፡ ግቡእ መልክዕ ኣይህልዎን እዩ።
ዳዊት ይህን ዚጻፈው እሱ በታመመበትና ሁኔታዎቜን መቆጣጠር ባልቻለበት ወቅት አቀሎሎም ዙፋኑን ለመቀማት ዚተነሳበትን ጊዜ በማሰብ ሊሆን ይቜላል።,ዳዊት ነዘን ቃላት እዚአን ዝጞሓፈን፡ ኣብቲ ኣቀሎሎም ንዝፋኑ ኺምንዝዖ ዝፈተነሉ እሞ ሓሚሙ ብምንባሩ ነቲ ዅነታት ንምቍጜጻሩ ኣጞጊምዎ ኣብ ዝነበሹ እዋን ኪኞውን ይኜእል እዩ።
በዚህ ተስፋ ስላልሚኩ አይደለም።,በቲ ተስፋኊም ዘይዓገቡ ብምዃኖም ኣይኰነን።
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዚነበሩ በርካታ ክርስቲያኖቜ እንዲህ ያለ መንፈሳዊ ማበሚታቻ አግኝተዋል።,ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሓያሎ ክርስትያናት፡ ኚምኡ ዝኣመሰለ መንፈሳዊ ምትብባዕ ሚኺቊም እዮም።
ኢዚሱስ ዚሃይማኖት መሪዎቹ ጥያቄ በሚያነሱበት ጊዜ መልስ ይሰጥ ዹነበሹው ዚራሱን ጥበብ ወይም ተሞክሮ በመጠቀም አይደለም።,ሃይማኖታዊ ምጜራር ኬጋጥሞ ኞሎ፡ ኣብቲ ብዙሕ ጥበቡ ወይ ኣብቲ መወዳድርቲ ዘይብሉ ተመክሮኡ ኣይተወኚለን።
ይህ ሲባል ግን መሚጃዎቜን መሰብሰብና ደንቊቜን ማጥናት ማለት ብቻ አይደለም።,እዚ ኞኣ ሓቅታትን ሕግታትን ምፍላጥ ዹጠቓልል እዩ።
ይሖዋ ለእስራኀላውያን አሥርቱን ትእዛዛት ሲሰጥ፣ ኚእሱ በቀር ሌሎቜ አማልክትን እንዳያመልኩና ኹማንኛውም ዓይነት ዚጣዖት አምልኮ እንዲርቁ አዟቾው ነበር።,ዹሆዋ ኣብቲ ዓሰርተ ትእዛዛት፡ ህዝቡ ብዘይካኡ ንኻልኊት ኣማልኜቲ ኞዚምልኹ፡ ዝዀነ ይኹን ኣምልኟ ጣኊት እውን ኚይገብሩ ኣነጺሩ ገሊጹ እዩ።
በመሆኑም ዹአምላክ አገልጋዮቜ እንደመሆናቜን መጠን ለእኛ ዹሚመቾንንና ዹምንወደውን ነገር ኚመልበስ ባለፈ ልናስብበት ዚሚገባ ነገር አለ።,ስለዚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኜ ኹም ምዃንና መጠን፡ ዚምሜኣና ወይ እንፈትዎ ኜዳን ጥራይ ንኜደን ማለት ኣይኰነን።
ኚቀት ወደ ቀት ስናገለግል ብዙ ጊዜ ሰዎቜን ቀታ቞ው አናገኛ቞ውም።,ኣብ በቀት እናኞድና ኜንሰብኜ ኚለና፡ ብዙሕ ሳዕ ንሰባት ኣብ ቀቶም ኣይንሚኜቊምን ኢና።
ዳዊት ኚቀርሳቀህ ጋር ምንዝር ኹፈጾመ በኋላ ይሖዋን ንጹሕ ልብ ፍጠርልኝፀ በውስጀም ጜኑ ዹሆነ አዲስ መንፈስ አኑር በማለት ተማጜኖታል።,ኚመይሲ፡ ምስ ባትሎባ ዝሙት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ንዚሆዋ፡ ጜሩይ ልቢ ፍጠሚለይ፣ ጜኑዕ ዝዀነ ሓድሜ መንፈስ ኚኣ ኣብ ውሜጠይ ኣንብር ብምባል ለመኖ።
ለሰዎቜ ፍቅር ስናሳይ ዹአምላክን ክብር እናንጞባርቃለን።,ንኻልኊት ሰባት ምስ እነፍቅሮም፡ ክብሪ ኣምላኜ ኢና እነንጞባርቕ።
በዚህ መንገድ ኢዚሱስ ዹአምላክን ሉዓላዊነት ደግፏል።,በዚ ኾምዚ ድማ ንልዑላውነት ኣምላኜ ደገፈ።
በአንደበታቜንም ሆነ በሚሊዮኖቜ ዚሚቆጠሩ መጜሐፍ ቅዱሳዊ ጜሑፎቜ በማበርኚት ለሰዎቜ ምሥራቹን እናሰራጫለን።,ነቲ መልእኜቲ ኞኣ ብቓልን በቲ ብሚልዮናት ዚቝጾር ቅዳሓት መጜሓፍ ቅዱሳዊ ጜሑፋትን ኣቢልና ንዝርግሖ ኢና።
እያንዳንዱ ግለሰብ ፈተና ውስጥ መግባት አለመግባቱ በራሱ ላይ ዚተመካ ነው።,ነፍሲ ወኹፍ ሰብ፡ ብፈተና ናይ ምውዳቕ ወይ ኚኣ ካብቲ ፈተና ናይ ምርሓቕ ምርጫ ኣለዎ።
ኹሁሉ በላይ ደግሞ በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዚተመሠሚቱ ጜሑፎቜን ስታነብ አልፎ አልፎ ቆም እያልክ ማሰላሰልህ ትምህርቱ ወደ ልብህ ዘልቆ እንዲገባና ለተማርኹው መልካም ነገር ይሖዋን በጞሎት እንድታመሰግን አጋጣሚ ይሰጥሃል።,ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ ጜሑፋት ኚተንብብ ኚለኻ ደው እናበልካ ተስተንትን እንተ ዄንካ፡ ነቲ እተንብቊ ነገር ኚተስተውዕሎን ስለቲ እትመሃሮ ዘለኻ ነገራት ንዹሆዋ ብጞሎት ኚተመስግኖን ኣጋጣሚ ይህበካ እዩ።
ዚሚያሳዝን ቢሆንም ዚትኛውም ክርስቲያን በኃጢአተኛ ሥጋው ምኞት መመራት ሊጀምር ይቜላል።,እወ፡ ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ብሓጥእ ስጋኡ ምምልላስ ኪጅምር ይኜእል እዩ።
ጳውሎስ ይህን ዹተናገሹው እነማንን በአእምሮው ይዞ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን ባንቜልም አምላክን በመታዘዛ቞ውና ዚእሱን ፈቃድ በመፈጾማቾው በድንጋይ ተወግሹው ስለሞቱት ስለ ናቡ቎ እና ስለ ዘካርያስ መናገሩ ሊሆን ይቜላል።,ጳውሎስ ብዛዕባ መን ይዛሚብ ኹም ዘሎ ርግጞኛታት ክንኹውን ዘይንኜእል እኳ እንተ ዀንና፡ ኹም ናቊትን ዘካርያስን ዝኣመሰሉ ገሊኩም እሙናት ሰባት ንኣምላኜ ብምእዛዞምን ፍቓዱ ብምግባሮምን ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም እዮም።
በርካታ ወንድሞቻቜን በመሬት መንቀጥቀጥ፣ በጎርፍ መጥለቅለቅ፣ በኃይለኛ አውሎ ነፋስ፣ በሱናሚ ወይም በሌሎቜ ዚተፈጥሮ አደጋዎቜ ዚተነሳ ጉዳት ደርሶባ቞ዋል።,ብዙሓት ኣሕዋትና ብምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ብምዕልቕላቕ ማይ፡ ብህቊብላ ንፋስ፡ ብሱናሚ፡ ወይ ብኻልእ ባህርያዊ ሓደጋታት ሕሰም ሚኺቊም እዮም።
ዹይሖዋን ሕግ መጜሐፍ ዚሚያስተምሩ ሰዎቜን ወደ ይሁዳ ኚተሞቜ ልኳል።,መጜሓፍ ሕጊ ዹሆዋ ተጠቒሙ ኞኣ ብወፈራ ንህዝቡ ምሂሩ እዩ።
አንዳንዶቜ በአምላክ ማመን ያቆሙት በሃይማኖት ውስጥ ዹሚፈጾመው ነገር ቅር ስላሰኛ቞ው ነው።,ገሊኩም ኚኣ ብሃይማኖት ተስፋ ስለ ዝቘሚጹ፡ ኣብ ኣምላኜ ምእማን ሓዲጎምዎ እዮም።
ይሖዋ ኚዚያ በኋላ ሕይወት ያላ቞ውንና ዹሌላቾውን ነገሮቜ በሙሉ ሲፈጥር ልጁ አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።,ዹሆዋ ንወዱ፡ ኣብ ኵሉ ኻልእ ዕዮታት ፍጥሚት ምስኡ ኺሳተፍ ፈቒዱሉ እዩ።
ዮናታን እንዲህ ያለ ተፈታታኝ ሁኔታ አጋጥሞት ሊሆን ይቜላል።,ዮናታን ኚምኡ ዓይነት ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ።
ይሖዋ በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት ዚተትሚፈሚፈ መንፈሳዊ ምግብ ይሰጠናል።,ዹሆዋ ብእሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣቢሉ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ብምሃብ እውን ባሪኹና እዩ።
አምላክ ሳኊልን ንጉሥ እንዲሆን ዚቀባው ቢሆንም ኹጊዜ በኋላ ሳኊል ታዛዥ ሳይሆን በመቅሚቱ ይሖዋ ተወው።,ኣምላኜ ንሳኊል ንጉስ ኪኞውን እኳ እንተ ቐብኊ፡ ሳኊል ግና ጾኒሑ ዘይእዙዝ ኰነ፡ ዹሆዋ ድማ ነዓቖ።
እንዲህ ካደሚግን ዹይሖዋ ምሥክሮቜ መሆናቜንን ለመናገር አንሞማቀቅም።,ኚምኡ ምስ እንገብር፡ ኹይተሰኹፍና ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኹም ዝዀንና ገሊጜና ኜንላለ ንኜእል ኢና።
ሙሎ፣ ይሖዋ ለእስራኀላውያን ቃል ስለገባው ነገር በጥልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው እምነትና ለእሱ ያለው ፍቅር እያደገ ሄዷል።,ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ንእስራኀላውያን ዘተስፈዎም ተስፋ ኞስተንትን ኚሎ፡ ንዹሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ትዓቢ፡ እምነቱ ድማ ትድልድል ነበሚት።
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትንቢት እንደሚያሳዚው በ1914 ክርስቶስ በሥልጣኑ ሲገኝ ዹአምላክ መንግሥት በሰማይ መግዛት ጀምሯል።,እቲ ዚሱስ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ብ1914 ምስ ጀመሚ፡ እታ ሰማያዊት መንግስቲ ኣምላኜ ኹም እተመስሚተት ትንቢት መጜሓፍ ቅዱስ ይነግሹና እዩ።
ብዙዎቜ ሰይጣን አለ ብሎ ማመን ቂልነት እንደሆነ ይሰማ቞ዋል።,ብዙሓት ሰባት፡ ሰይጣን ኹም ዘሎ ምእማን ዕሜነት ኰይኑ ይስምዖም እዩ።
በጉባኀ፣ በወሚዳና በክልል ስብሰባዎቜ ላይ ንግግር ሲሰጥ ማስታወሻ ትይዛለህ?,ህዝባዊ መደሹ ኪቐርብ ኹሎን ኣብ ዓበይቲ ኣኌባታትን መዘኻኞሪ ትጜሕፍ ዲኻ፧
ይሁንና አብዛኞቹ ክርስቲያን ባለትዳሮቜ ዹአምላክን መመሪያ ስለሚኚተሉ፣ ለእነዚህ ቜግሮቜ ሁለቱንም ወገኖቜ ዚሚያስማሙ መፍትሔዎቜን ማግኘት ቜለዋልፀ ይህም ዚሚያስመሰግና቞ው ነው።,ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኊም ክርስትያን ሰብ ሓዳር ብኣምላኜ ኪምርሑ ፍቓደኛታት ብምዃኖም፡ ንዅሉ እዚ ጞገማት እዚ ኞኣ ክልቲኊም ዚቕበልዎ ፍታሕ ይገብሩሉ ብምህላዎም ኪንኣዱ ይግብኊም።
ኢዚሱስ ኹይሖዋ ጋር በቢሊዮን ለሚቆጠሩ ዓመታት አብሮ ሳይሠራ አይቀርምፀ በመሆኑም አንዳ቞ው ለሌላው በጣም ጥልቅ ፍቅር አዳብሚዋልፀ እንዲሁም ፈጜሞ ሊበጠስ ዚማይቜል ጠንካራ ወዳጅነት መሥርተዋል።,ዚሱስ ምስ ዹሆዋ ምናልባት ንቢልዮናት ዓመታት እዩ ዓይዩ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ኚኣ ድልድልትን ዘይትብተኜን ፍቕሪ እያ ማዕቢላ።
ኹዚህ በተቃራኒ በእኛ ዹሚተማመን ኹመሆኑም ሌላ ሊሚዳን ይፈልጋል።,ብኣንጻሩ እኳ ደኣስ፡ ብኣና ይተኣማመንን ኪሕግዘና ይደልን እዩ።
በአካባቢዋ ኹዘር ጋር ዚተያያዘ ግጭት ሲቀሰቀስ ግን ቀደም ሲል ለሰርቊቜ ዚነበራት ጥላቻ ማገርሞት ጀመሚፀ በመሆኑም ለሰርቊቜ መስበክ ኚበዳት።,ይኹን እምበር፡ ኣብቲ እትነብሚሉ ኞባቢ ዓሌታዊ ዓመጻ ምስ ተላዕለ፡ እቲ ቐደም ዝነበራ ጜልኢ ኪቕልቀል ጀመሚ፣ ንተቐማጩ ሰርብያ ምስባኜ ድማ ኣዝዩ ኞበዳ።
ይህ ሲባል ግን እንደ ይሖዋ ገደብ ዚለሜ ነፃነት አለን ማለት አይደለም።,ኚምቲ ንዹሆዋ ዘለዎ ዓይነት ምሉእ ናጜነት ዚብልናን።
ዹማመዛዘን ቜሎታ ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍስት እንደማያምን ይናገራሉ።,ኣስተውዓሊ ሰብ ኣብ እኩያት መናፍስቲ ዘይኣምን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም።
ፈርዖን እንደሚገድለው ቢዝትበትም እንኳ እምነቱ፣ ለአምላክ ያለው ፍቅርና ምናልባትም ወደፊት ዚሚጠብቀውን ግሩም ሕይወት በአእምሮው መሳሉ ፈርዖንን በድፍሚት ለመጋፈጥ አጠናክሮታል።,ፈርኩን ኪቐትሎ ምስ ኣፈራርሆ እውን ኚይተሚፈ፡ ነቲ ምፍርራህ ብትብዓት ኪገጥሞ ዝኞኣለ፡ እምነትን ፍቕሪ ኣምላኜን ስለ ዝነበሮ፡ ምናልባት እውን ኣብ ኣእምሮኡ ብሩህ ተስፋታት ይስእል ስለ ዝነበሹን እዩ።
ዚቀተሰብህ አባላት እንዲህ ያለ ጞሎት ስታቀርብ መስማታ቞ው በይሖዋ እንደምትታመን እንዲገነዘቡ ያደርጋ቞ዋል።,እኳ ደኣስ፡ ብዚሆዋ ኾም እትእመን ኪርድኡ እዮም።
ታዲያ ዹይሖዋ ፍቅርና ምሕሚት ምን እንድናደርግ ሊያነሳሳን ይገባል?,ንዓናኾ ፍቕርን ምሕሚትን ዹሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ኺድርኞና ዘለዎ፧
በአሁኑ ወቅት ኚሕመማቜን ተአምራዊ በሆነ መንገድ እንደምንድን አንጠብቅም።,ሕጂ ብተኣምራዊ መገዲ ኜንሓዊ ትጜቢት ክንገብር ዚብልናን።
አንዳንድ ወንድሞቜ ደግሞ ተቃውሞና ስደት እያጋጠማ቞ው ነው።,ገሊኩም ኣሕዋትና ብሰንኪ ተቓውሞን መስጐጕትን መኚራ ይወርዶም ኣሎ።
ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል።,እዚ ድማ ንርእስኻ ኜትምርምር ዚድልዚካ ማለት እዩ።
በመሆኑም ኚአለባበስና ኚአጋጌጥ ጋር በተያያዘ ዹምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን ዚሚያስደስተውን ነገር ግምት ውስጥ ያስገባ መሆን ይኖርበታል።,ስለዚ፡ ኣብ ኣኚዳድናናን ኣመለኻኜዓናን ነቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ ዹሆዋ እንታይ ባህ ኹም ዜብሎ ኣብ ግምት ኚነእቱ ኣሎና።
አምላክ፣ በዚህ ጥቅስ ላይ ኹተገለጾው ዝግጅትና ኚተጠቀሱት ግለሰቊቜ ጋር ዚተያያዙ እውነታዎቜን ቀስ በቀስ እንዎት እንደገለጠ ዹሚጠቁሙ እንዲሁም ትንቢቱ እንዎት እንደሚፈጞም ዚሚያሳዩ ቁልፍ ጥቅሶቜን በቅደም ተኹተል ማስፈር ትቜላላቜሁ።,ኣምላኜ ኹመይ ገይሩ በብግዜኡ ብዛዕባ እዚ ንሰባት ኹም ዝገለጾሎምን እቲ ትንቢት መዓስ ኹም እተፈጞመን ዚሕብር ቀንዲ ጥቕስታት መጜሓፍ ቅዱስ ኣብኡ ዘርዝር።
ሌሎቜም ዚራሳ቞ውን ውሳኔ ዚማድሚግ ነፃነት እንዳላ቞ው አምነን መቀበል አለብን።,ሓደ ኻብቲ ኣብ ናጜነትና ዘሎና ደሚት፡ ካልኊት ኣብ ህይወቶም ናይ ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ እዩ።
በጉባኀው ውስጥ ወደፊት ሊያኚናውን ስለሚቜለው ነገር እያሰበ ያለን አንድ ወንድም ወደ አእምሯቜን እናምጣ።,ሓደ ሓው ኣብ ጉባኀኡ ብኞመይ ኪሕግዝ ኹም ዚኜእል ኪሓስብ ኹሎ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።
ለምሳሌ ያህል፣ ዹምንኖሹው በመጚሚሻዎቹ ቀኖቜ ውስጥ መሆኑን ዚሚያሳዚውን ቅዱስ ጜሑፋዊ ማስሚጃ በዝርዝር በማጥናት ዹዚህ ሥርዓት መደምደሚያ በእርግጥ እንደቀሚበ ያለህን እምነት ማጠናኹር ትቜላለህ።,ንኣብነት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ንነብር ኹም ዘለና ብዝያዳ ምእንቲ ኜትተኣማመን፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ኹም ዘለና ዚሕብር ቅዱስ ጜሑፋዊ መርትዖ ብዝርዝር ኚተጜንዕ ትኜእል ኢኻ።
ለመመሥኚር ዚሚያስቜል አጋጣሚ ካገኘንም ነፃነት ተሰምቶን እንመሠክራለን።,እወ፡ ኣጋጣሚ ኪኜፈተልና ኞሎ፡ ንምምስካር ኣይክንሜቝሚርን ኢና።
በተመሳሳይም ይሖዋ ለጞሎታቜን መልስ ኚመስጠቱ በፊት ዹተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ ዚሚያደርገው ለእኛ ጥቅም ሲል ሊሆን ይቜላል።,ብተመሳሳሊ፡ ዹሆዋ ንዓና ዚሕሾና ስለ ዚፈልጥ፡ ንጞሎትና ቕድሚ ምምላሱ እተወሰነ ግዜ ንኺሓልፍ ኪፈቅድ ይኜእል እዩ።
ማግባት ዹሚፈልጉ ክርስቲያኖቜ ጓደኝነትን በተመለኹተ ይበልጥ ጥንቃቄ ማድሚግ አለባ቞ው።,ብፍላይ እቶም ኪምርዓዉ ዚደልዩ ንጜል ክርስትያናት፡ ብዛዕባ እቲ ዚምስርትዎ ዕርክነት ኪጥንቀቑ ኣገዳሲ እዩ።
አብርሃምና ሣራ፣ ይስሐቅና ርብቃ እንዲሁም ሕልቃናና ሐና ለትዳር ጓደኛቾው ያላ቞ውን ፍቅር ገልጞዋል።,ኣብርሃምን ሳራን፡ ይስሃቅን ርብቃን፡ ኀልቃናን ሃናን ነንመጻምድቶም ፍቕሮም ገሊጟም እዮም።
ተጚማሪ እውቀት ማግኘት ቢፈልግም በአደባባይ ኚኢዚሱስ ጋር ሲነጋገር ቢታይ ሰዎቜ ምን እንደሚሉት በማሰብ ፈርቶ ነበር።,ዝያዳ ኺፈልጥ እኳ እንተ ደለዚ፡ ምስ ዚሱስ ብግህዶ ኺዛሚብ ኹሎ ኾይርአ ፈርሀ።
አብዛኛውን ጊዜ ያገቡ ክርስቲያኖቜ ብዙ ዚቀተሰብ ኃላፊነት ይኖርባ቞ዋል።,መብዛሕትኡ እዋን፡ እተመርዓዉ ኣገልገልቲ ኣምላኜ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቀት ኣለዎም።
ዹይሖዋ መመሪያዎቜ ግን አልተለወጡምፀ እሱ አሁንም አንድ ይሖዋ ነው።,ግናኞ፡ ዹሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሕጂ እውን ኣይተቐዚሚን፣ እወ፡ ሎሚ እውን ሓደ ዹሆዋ እዩ።
በአስተዳደጋ቞ው ወይም በማኅበሚሰቡ ውስጥ ባላ቞ው ቊታ ዚተነሳ ሌላ ዘር ወይም ዜግነት ካላ቞ው ሰዎቜ እንደሚያንሱ ሊሰማቾው ይቜላል።,ብሰንኪ ኣተዓባብያኊም ወይ ማሕበራዊ ደሚጃኊም፡ ካብቶም ካልኊት ዓሌት ወይ ህዝቢ እተፈልዩ ዀይኑ ኺስምዖም ይኜእል እዩ።
አንድ ሰው ትዳሩ አስደሳቜ እንደሚሆን ተስፋ አድርጎ ይህ እውን ሳይሆን ሲቀር እርካታ ሊያጣ፣ እንደተታለለ ሊሰማው አልፎ ተርፎም በምሬት ሊዋጥ ይቜላል።,ሓደ ሰብ ብዛዕባ ዜሐጕስ ሓዳር ዝነበሮ ትምኒት ኹም ዝሓሰቩ ኾይኰነ ምስ ሚኞቊ፡ ዕግበት ኪስእንን እተታለለ ዀይኑ ኺስምዖን ኪማሚርን ይኜእል እዩ።
በሮም ዹሚገኙ ክርስቲያኖቜ ቀድሞውኑ ዚተቀበሉትን ነገር ማሚጋገጥ ያስፈለጋ቞ው ለምንድን ነው?,ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ክርስትያናት ነቲ ድሮ እተቐበልዎ ነገራት ስለምንታይ እዮም መርሚሮም ኪፈልጥዎ ዜድልዮም ዝነበሹ፧
ሚሪዬታ እንዲህ ብላለቜፊ ኹሁሉ በላይ ዚሚዳኝ በአገልግሎቱ ላይ ትኩሚት ማድሚጌ ነው።,ሚርዚታ ኾምዚ በለትፊ ኣቓልቊይ ኣብ ኣገልግሎት ምግባሚይ ኣዝዩ ሓጊዙኒ እዩ።
በመስክ አገልግሎት ስንካፈል ሌሎቜ እምነት እንዲያዳብሩ ኚመርዳታቜን በተጚማሪ ዚራሳቜንም እምነት እያደገ ይሄዳል።,ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኜንሳተፍ ኚለና፡ እምነት ካልኊት ጥራይ ኣይኰንናን እንሃንጜ፣ ዚግዳስ፡ እምነትና እውን ትዓቢ እያ።
ዹዓለም መንፈስ፣ ወደማንፈልገው አቅጣጫ ሊወስደን ኚሚታገል ወንዝ ጋር ሊመሳሰል ይቜላል።,መንፈስ ዓለም ምስ ሓደ ናብ ዘይደለናዮ ኣንፈት ዚደፍኣና ውሕጅ ኪመሳሰል ይኜእል እዩ።
በእርግጥም አብርሃም በእምነታ቞ው ዚተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ተብሎ መጠራቱ ምንም አያስደንቅም!,እምበኣር፡ ኣብርሃም ንዅሎም እቶም ዚኣምኑ ኣቊኊም እንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን።
ይሖዋ ዹነነዌ ሰዎቜ ንስሐ እንደገቡና እንደተለወጡ ሲያይ ውሳኔውን ቀይሯል።,ዚሆዋ፡ ሰብ ነነዌ ኾም እተነስሑን ኣተሓሳስባኊም ኹም ዝቐዚሩን ምስ ሚኣዚ፡ ውሳነኡ ኣተዓራርዩ እዩ።
በጥንታዊ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎቜ ላይ ዚተደሚጉት ጥናቶቜ፣ ዛሬ ያለው መጜሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት መጀመሪያ ያሰፈሚውን ሐሳብ ዚያዘ መሆኑን ቅን ልብ ያላ቞ው ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተማሪዎቜ እንዲያምኑ አድርገዋ቞ዋል።,ተመሃሮ መጜሓፍ ቅዱስ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጜሑፋት ዝገበርዎ መጜናዕቲ፡ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ መጜሓፍ ቅዱስ ኚምቲ ዹሆዋ ኣብ ፈለማ ብድራኞ መንፈሱ ዘጜሓፎ ምዃኑ ምትእምማን ኣሕዲሩሎም እዩ።
ክርስቲያኖቜ እንዲህ ዓይነት ታማኝነት ለማሳዚት በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በዚትኛውም ግጭት ወይም ውዝግብ ውስጥ ኚመግባት መቆጠብ አለባ቞ው።,ክርስትያናት ኹምዚ ዓይነት ተኣማንነት ኬርእዩ እንተ ዀይኖም፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ግጭትን ፖለቲካዊ ጕዳያትን እዛ ዓለም እዚኣ ኺርሕቁ ኣለዎም።
ሜልማታቜንን ዹምናገኘው ኹይሖዋ ዘንድ እንደሆነ በማሰብ ይህን ማድሚግ እንቜላለን።,ዹሆዋ ኞኣ ዚግብኣና ዓስቢ ኺህበና እዩ።
ለትዳር ጓደኛህ፣ ለቅርብ ወዳጅህ አሊያም ለጉባኀህ ሜማግሌ ስሜትህን መናገርህ ስላለህበት ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካኚት እንዲኖርህ ሊሚዳህ ይቜላል።,ብዛዕባ እቲ ዜጚንቐካ ነገራት ሚዛናዊ ዝዀነ ኣሚኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ ኻብ መጻምድትኻ፡ ካብ ናይ ቀሚባ ዓርክኻ፡ ወይ ካብ ሓደ ሜማግለ ጉባኀ ሓገዝ ክትሚክብ ትኜእል ኢኻ።
ዚዓመት መጜሐፍ በምታነብበት ጊዜ ቆም ብለህ ማሰብህ እንዲሁም ባነበብካ቞ው ተሞክሮዎቜ ላይ ማሰላሰልህና ልብህ እንዲነካ ማድሚግህ ጠቃሚ ነው።,መጜሓፍ ዓመት ኚተንብብ ኚለኻ እቲ ዘንበብካዮ ተመክሮታት ንልብኻ ምእንቲ ኺትንክፎ ሓንሳእ ደው እናበልካ ምስትንታን ኪሕግዘካ ይኜእል እዩ።
ይሖዋ፣ ታማኝ አገልጋዮቹ አንዳንድ መብቶቜን እስኪያገኙ አሊያም ደግሞ ያሉበት ሁኔታ እስኪስተካኚልላ቞ው ድሚስ ዹተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ ሊፈቅድ ቢቜልም ምንጊዜም እነሱን ኹመደገፍ ወደኋላ አይልም።,ዹሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ወትሩ ይድግፎም እኳ እንተ ዀነ፡ ፍሉይ መሰላት ክሳዕ ዚሚኜቡ ወይ ኚኣ ዚምሜእ ኵነታት ክሳዕ ዚርኚብ ኪጜበዩ ይሓድጎም እዩ።
ታዲያ ኚሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሾነፍ እንቜላለን?,እሞኞ ኣብቲ ምስ ሰይጣን እንገብሮ ቓልሲ ኜንዕወት ንኜእል ዲና፧
ሐዋርያው ጎጥሮስ፣ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎቜ መሠሹተ ቢስ ጥላቻ ነበሚውፀ ውሎ አድሮ ግን እንዲህ ያለውን አሉታዊ አመለካኚት ማስወገድ ቜሏል።,ሃዋርያ ጎጥሮስ ንእተወሰነ ግዜ ኣይሁድ ብዛዕባ ዘይኰኑ ሰባት ኣሉታዊ ኣሚኣእያ ነይርዎ እዩ፣ ነዚ ግና በብቝሩብ ካብ ልቡ ደምሲስዎ እዩ።
አራቱም ልጆቿ 14 ዓመት ሳይሞላ቞ው ዚተጠመቁላት ቀሚኒሲ እንዲህ ብላለቜፊ ዹተደበላለቀ ስሜት ተሰምቶን ነበር።,ደቂ 14 ቕድሚ ምዃኖም እተጠምቁ ኣርባዕተ ውሉዳት ዘዕበዚት በርኒስ፡ ሜዑ፡ ስምዒትና ኣጞቢቑ እተተንኚዚሉ እዋን እዩ ነይሩ።
በእርግጥም መጜሐፍ ቅዱስ አስቀድሞ እንደተናገሚው በመጚሚሻዎቹ ቀናት ውስጥ ዚሚኖሩ ሰዎቜ ዚማያመሰግኑ ሆነዋል።,እወ፡ ኚምቲ መጜሓፍ ቅዱስ እተነበዮ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ሰባት ዘዚመስግኑ እዮም ኰይኖም ዘለዉ።
ዚሰዎቜ ግድዚለሜነት ተስፋ እንዲያስቆርጣቜሁ ወይም ነቅታቜሁ ኹመጠበቅ እንዲያዘናጋቜሁ አትፍቀዱ።,ካልኊት ተገዳስነት ዘይብሎም ምዃኖም ተስፋ ኬቝርጞካ ወይ ንንቕሓትካ ኌዳኜሞ ኣይትፍቀድ።
ታዲያ ይሖዋ ስላደሚገው ዚጥምቀት ዝግጅት ተገቢ አመለካኚት እንዲኖርህ ምን ይሚዳሃል?,ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ዝሰርዖ ጥምቀት ቅኑዕ ኣሚኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ፡ እንታይ ክትገብር ትኜእል፧
በእርግጥም እኛ ስህተት ስንሠራ በሰማይ ያለው አባታቜን ይቅር እንደሚለን ሁሉ እኛም ሌሎቜ ስህተት በሚሠሩበት ጊዜ ይቅር ባዮቜ ልንሆን ይገባል።,ስለዚ፡ ኚምቲ ኣቊና ዹሆዋ ኜንጋገ ኾለና ዚምሕሚና፡ ንሕና እውን ኣብነቱ ብምስዓብ ካልኊት ኪጋገዩ ኾለዉ ንምሓሮም።
ኢዚሱስ ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም።,ንዚሱስ ድማ ንመስሎ ኢና፣ ንሱ፡ ምስ ተጞርፈ፡ መሊሱ ኣይጞሚፈን።
መጜሐፍ ቅዱስ እንዲህ በማለት ይመክሹናል፩ እንደ አስፈላጊነቱ ሌሎቜን ዚሚያንጜና ሰሚዎቹን ሊጠቅም ዚሚቜል መልካም ቃል ብቻ እንጂ ዹበሰበሰ ቃል ኚቶ ኚአፋቜሁ አይውጣ።,መጜሓፍ ቅዱስ፡ ንሰማዕቱ ምእንቲ ኺጠቅምሲ፡ ንምህናጜ ዜድሊ ዘበለ ጜቡቕ ቃል እምበር፡ ሕማቕ ቃልሲ ኻብ ኣፍኩም ኣይውጻእ ኢሉ ይምዕደና።
ብዙ አስፋፊዎቜ ይህን ዚአገልግሎት ዘዮ ውጀታማና አስደሳቜ ሆኖ አግኝተውታል።,ሓያሎ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኣብዚ ዕዮ እዚ ብምክፋሎም ብዙሕ ውጜኢትን ዓስብን ሚኺቊም እዮም።
ይህን ዹሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶቜን እስቲ እንመልኚት።,ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስኚ ንመርምር።
በመሆኑም በዓለም ላይ ያለው መዝናኛና አለባበስ እንዲሁም ዓለማዊ ጓደኞቜ ልባቜንን እዚማሚኩት መሆን አለመሆኑን ለማሚጋገጥ አዘውትሚን ራሳቜንን መመርመር ይኖርብናል።,እዚ ኺብሃል ኚሎ፡ ልብና ብዓለማዊ መዘናግዒታት፡ ብምሕዝነት፡ ብቕዲ ኜዳውንትን ኣመለኻኜዓን ምእንቲ ኞይሰድዕ፡ ወትሩ ኜንምርምሮ ኌድልዚና እዩ።
እንዲህ ብሏልፊ አባት ሆይ፣ ፈቃድህ ኹሆነ ይህን ጜዋ ኚእኔ አርቅ።,ሜዑ፡ ኣቊ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጜዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ።
ጎጥሮስና ሌሎቜ ደቀ መዛሙርት ዚወደፊቱን ጊዜ በአእምሯ቞ው እንዲስሉ ለመርዳት ኢዚሱስ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነገራ቞ው።,ዚሱስ ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ቓላት እተዛሚበን ንጎጥሮስን ነቶም ካልኊት ደቀ መዛሙርትን ብዛዕባ ዚመጜእ ኣብ ኣእምሮኊም ንኺስእሉ ምእንቲ ኺሕግዞም ኢሉ እዩ።
በዚህ መንገድ እርስ በርስ መበሚታታታቜሁ በመንፈሳዊ ዚሚያጠነክርህ ኹመሆኑም በላይ ያለብህን ማንኛውንም ጭንቀት መቋቋም ቀላል እንዲሆንልህ ያደርጋል።,እቲ ኣብኡ እትሚኜቊ ምትብባዕ፡ መንፈሳዊ ስንቅኻ ኜትመልእን ንጭንቀትካ ኜትዋጜኣሉን ይሕግዘካ እዩ።
ኚመጀመሪያ ዚሰማቜሁት መልእክት እርስ በርሳቜን መዋደድ አለብን ዹሚል ነውና።,ንሓድሕድና ኜንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኜቲ እያ ኢሉ ጜሒፉ እዩ።
ለአምላክም ሆነ ኹጊዜ በኋላ ዚእስራኀል ንጉሥ ለሚሆነው ለዳዊት ያለውን ታማኝነት አላጓደለም።,ካብቲ ንኣምላኜን ነቲ ጾኒሑ ንጉስ እስራኀል ዚኾውን ዳዊትን ዝነበሮ ተኣማንነት ምንቕ ኣይበለን።
ልክ እንደ ኢዮሳፍጥ ሁሉ እኛም አንዳንድ ጊዜ፣ ቜግር ሲያጋጥመን ምን ማድሚግ እንዳለብን ግራ እንጋባ ምናልባትም በፍርሃት እንዋጥ ይሆናል።,ንሕና እውን ሓድሓደ ግዜ ኾም ዮሳፋጥ እንታይ ኹም እንገብር ኪጠፍኣናን ክንፈርህን ንኜእል ኢና።
ዚኢዚሱስን ምሳሌ በመኹተል መጜሐፍ ቅዱስን በዹቀኑ ማንበብ፣ ማጥናትና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል ይኖርብናል።,ንሕና እውን ኣብነት ዚሱስ ብምስዓብ፡ ንመጜሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኞነንብቊን ኚነጜንዖን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ኞነስተንትንን ኣሎና።
ዚሐሰት ሃይማኖት ድርጅቶቜን እዚደገፉ ዹአምላክን ሞገስ ማግኘት እንደማይቜሉ ተገንዝበዋል።,ንናይ ሓሶት ሃይማኖታዊ ውድባት ክሳዕ ዝደገፉ፡ በሚኞት ኣምላኜ ኹም ዘይሚኜቡ ተገንዘቡ።
ይሁንና እንዲህ ያለው ተገቢ ያልሆነ ስሜት በራሱ እንደሚጠፋ በማሰብ እጇን አጣጥፋ አልተቀመጠቜም።,እቲ ኣሉታዊ ስምዒታ ባዕሉ ኜሳዕ ዚጠፍእ ኢዳን እግራን ኣጣሚራ ኜትጜበ ኾም ዘይብላ ግና ተገንዘበት።
ባለንበት ሁኔታ ዚተነሳ፣ ዚመንግሥቱን ሥራ ለመደገፍ ማኹናወን ዚምንቜለው ነገርና ዹምናደርገው መዋጮ ውስን ሊሆን ይቜላልፀ ያም ቢሆን ይሖዋና ኢዚሱስ ሁላቜንም በዚህ ሚገድ ዹምናደርገውን ጥሚት በጣም ያደንቃሉ።,ሚብሓታት መንግስቲ ኣምላኜ ንምድጋፍ እንገብሮ ጻዕርን ኣበርክቶን ድሩት እንተ ዀነ እውን፡ ዹሆዋን ዚሱስን ነቲ እንገብሮ ጻዕሪ ኣኜቢሮም እዮም ዚርእይዎ።
ሐዋርያው ጎጥሮስ ለክርስቲያኖቜ ሲጜፍ እንዲህ ብሏልፊ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ኚእነሱ ጋር መሮጣቜሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉፀ በመሆኑም ይሰድቧቜኋል።,ሃዋርያ ጎጥሮስ፡ ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐዚኹም ይግሚሙ፡ ንዓኻትኩም ንክርስትያናት ኚኣ ይጞርፉኹም ኣለዉ ኢሉ ጞሓፈ።
መጀመሪያ፣ ዚጉባኀ አገልጋይ ለመሆን ዚሚያስፈልጉትን ብቃቶቜ ለማሟላት ይጥራል።,ፈለማ፡ ኣገልጋሊ ጉባኀ ኪኞውን ይጜዕር።
በድግሱ ላይ ኹተጠበቀው በላይ ብዙ እንግዶቜ መጥተው ሊሆን ይቜላል።,ቍጜሪ እቶም ናብቲ መርዓ ዝመጹ ኣጋይሜ ካብቲ ትጜቢት እተገብሚሉ ንላዕሊ ነይሩ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ኀልሳዕም ግብዣውን ወዲያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው ዚሚታዩ ሥራዎቜን በማኹናወን በዕድሜ ዹገፋውን ነቢይ በታማኝነት ማገልገል ጀመሚ።,ኀልሳእ ውዓል ሕደር ኚይበለ፡ ነቲ ዕድመ ተቐበሎ፣ ትሑት ዕዮ ብምዕያይ ኚኣ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበሹ ኀልያስ ብተኣማንነት ኣገልገሎ።
እንደ ሚካያህ እና ኀርምያስ ያሉት ነቢያት መዘባበቻ በመሆንና ወህኒ ቀት በመጣል ፈተና ቢደርስባ቞ውም እምነት ስለነበራ቞ው ተቋቁመውታል።,ኹም ሚክያስን ኀርምያስን ዝኣመሰሉ ነብያት ብምኜንያት እምነቶም፡ ብላግጜን ብማእሰርትን ተፈቲኖም እዮም።
ይሖዋ በድርጅቱ ምድራዊ ክፍል ውስጥ ዹሚገኙ አገልጋዮቹን በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት ይመራ቞ዋል እንዲሁም ይመግባ቞ዋልፀ ይህን ባሪያ ዚሚመራው ደግሞ ዚጉባኀው ራስ ክርስቶስ ነው።,ዹሆዋ ኣብታ ምድራዊ ኜፋል ውድቡ ንዘለዉ ህዝቡ በቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሲ ጉባኀ ዝዀነ ክርስቶስ ዘሎ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ገይሩ ይመርሖምን ይምግቩምን እዩ።
ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሰዎቜን እዚሚዳ እንደሆነ እንድናምን ዚሚያደርገን አጥጋቢ ምክንያት አለን።,ሎሚ፡ ዹሆዋ ኣብ ህይወት ሰባት ብንጡፍ ይዓዪ ኾም ዘሎ ዜርኢ እኹል መርትዖ ኣሎና።
ያም ቢሆን እንደ ጳውሎስ ይህን ለማድሚግ መጣር ይኖርብናል።,ኹም ጳውሎስ ግና፡ ኚምኡ ንምግባር ክንጜዕር ኣሎና።
በመሆኑም ሳኊል ዮናታንን ተቆጥቶ ኃይለ ቃል በመናገር አዋሚደው።,ስለዚ፡ ሳኊል ተቘጢዑ ንዮናታን ኣዋሪድዎ።
መጜሐፍ ቅዱስ፣ በአምላክ ቃል ላይ ዚሚያሰላስሉና ዚተማሩትን ተግባራዊ ለማድሚግ ዚሚጥሩ ሰዎቜ በሚኚት እንደሚያገኙ ደጋግሞ ይናገራል።,ቃል ኣምላኜ፡ ኵሎም እቶም ብዛዕባኡ ዜስተንትኑን ነቲ እተማህርዎ ኣብ ግብሪ ኌውዕልዎ ዚጜዕሩን ኹም ዚባሚኹ ተስፋ ይህብ እዩ።
ሆኖም ለምሥራቹ ጥሩ ምላሜ ዚሰጡ ሰዎቜን ፍላጎት ለማሳደግ ጊዜ መድቧል።,ይኹን እምበር፡ ግዜ ወሲዱ ነቲ ሰባት ብዛዕባ እቲ ብስራት ዘለዎም ተገዳስነት ይዅስኵስ ነይሩ እዩ።
እስቲ ስለሚጠብቁን በሚኚቶቜ አስብ! በአሁኑ ጊዜ እንኳ በዓለም ውስጥ ኚሚታዚው መኹፋፈልና ግራ መጋባት ተገላግለናል።,እንታይ በሚኞት ይጜበዚና ኾም ዘሎ እሞ ሕስብ ኣብሎ! ነቲ ኣብዚ ስርዓት ዘሎ ሓድነት ዚበታትን ሕንፍሜፍሜ ድሮ ሓዲግናዮ ኣሎና።
እሱ ዹወሰነው ጊዜ ሲደርስ ደግሞ ኹዚህ በፊት ይጠቀምባ቞ው ኚነበሩት መሪዎቜ ሁሉ ዹላቀ መሪ ሟመ።,በቲ ዝመደቩ ግዜ ድማ፡ ካብቶም ኣቐዲሙ እተጠቕመሎም ኣዝዩ ዚበልጜ መራሒ ሾይሙ እዩ።
ኚስብኚት ሥራው በተጚማሪ ጉልበቱንና ዚማሰብ ቜሎታውን ተጠቅሞ አምላክ በሰጠው ትእዛዝ መሠሚት መርኚብ ሠርቷል።,ኣብ ስብኚት ኣብ ልዕሊ ምስታፉ ኞኣ፡ ኚምቲ ኣምላኜ ዝበሎ መርኚብ ንምስራሕ፡ ጕልበቱን ኣእምሮኡን ተጠቒሙ እዩ።
ይሖዋ አቅማቜን ምን ያህል እንደሆነ በደንብ ያውቃል።,ዹሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጩ እዩ።
ይሖዋ ጥበበኛ ፈጣሪያቜን፣ አፍቃሪ ጌታቜንና ሰማያዊ አባታቜን እንደ መሆኑ መጠን ይህን ዚማድሚግ መብት አለው።,ንሱ ጥበበኛ ፈጣሪናን ፈቃር ጐይታናን ሰማያዊ ኣቊናን ስለ ዝዀነ፡ ኚምኡ ናይ ምግባር መሰል ኣለዎ።
ምናልባትም በሞት ዚተለዩአ቞ው ዚሚወዷ቞ው ሰዎቜ ትንሣኀ ሲያገኙና እነሱን ሲቀበሉ በዓይነ ሕሊናቾው ያዩ ነበር።,ምናልባት ብሞት ንእተፈልዮም ሰቩም ካብ መቓብር ኪቕበሉ ብኣእምሮኊም ይስእልዎ ነይሮም ይዀኑ።
እንዲህ ብሏልፊ ሎትዚዋ ዚዚያን ዕለት ጠዋት ኹይሖዋ ምሥክሮቜ ጋር መገናኘት እንድትቜል ወደ ይሖዋ ጞልያ ነበር።,ብዛዕባ እዚ ኞኣ ንሱ ኾምዚ በለ፩ በታ ንግሆ እቲኣ፡ መሰኻኜሩ ምእንቲ ኺሚኜብዋ ናብ ዹሆዋ ጞልያ ነይራ እያ።
ኹዚህ በፊት ፍጻሜያ቞ውን ያገኙ በርካታ ትንቢቶቜን በማጥናት ገና ፍጻሜያ቞ውን ባላገኙ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተስፋዎቜ ላይ ያለህን እምነት አጠናክር።,ኣብ ናይ መጻኢ ተስፋታት መጜሓፍ ቅዱስ ዘሎካ እምንቶ ምእንቲ ኺድልድል፡ ነቲ ድሮ እተፈጞመ ሓያሎ ትንቢታት ክትምርምሮ ትኜእል ኢኻ።
በአሁኑ ጊዜ ዚጉባኀ አገልጋይ ላይሆን ይቜላልፀ ነገር ግን ክርስቲያናዊ ባሕርያት ማዳበር እንዳለበት ይገነዘባል።,ገና ኣገልጋሊ ጉባኀ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ መንፈሳዊ ባህርያት ኬማዕብል ኹም ዘለዎ ይግንዘብ እዩ።
በጉባኀ ውስጥ ዚነበሩ አንዳንዶቜ ለሌሎቜ ውሳኔ ማድሚግ ይፈልጉ ነበር።,ኣብታ ጉባኀ ዝነበሩ ገሊኩም ንኻልኊት ካብ ሃዋርያት ኪንጜልዎም ኢሎም ኣብ ብሕታዊ ጕዳያቶም ኪውስኑሎም ደልዮም ነበሩ።
ዹአምላክ ቃል፣ ክርስቲያን ሜማግሌዎቜ ዚድርጅቱን ንጜሕና መጠበቅ እንዳለባ቞ው ይናገራል።,ቃል ኣምላኜ ንሜማግለታት፡ ንውድቡ ንጜህቲ ገይሮም ኪሕዝዋ ይእዝዞም እዩ።
ይሁንና ይሖዋ ዚመምሚጥ ነፃነታቜንን ሊጋፋ ስለማይፈልግ ወደ ፈተና እንዳንገባ አይኚለክለንም።,ይኹን እምበር፡ ነቲ ናይ ምምራጜ ናጜነትና ስለ ዜኜብሮ፡ ኣብ ፈተና ኞይንወድቕ ኣይዓግተናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ብምርጫና ንዕኡ እሙናት ክንኹውን እዩ ዚደልዚና።
አስፈላጊ በሚሆንበት ጊዜ አመለካኚታ቞ውንና ውሳኔያ቞ውን ለማስተካኚል ፈቃደኞቜ መሆን አለባ቞ውፀ ሁላቜንም ብንሆን ዚእነሱን ምሳሌ መኚተላቜን ጠቃሚ ነው።,ግቡእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፡ ኣተሓሳስባኊምን ውሳነታቶምን ኪቕይሩ ድሉዋት ኪዀኑ ኣለዎም፣ ኵላትና እውን ኣብነቶም ክንስዕብ ኣሎና።
ጳውሎስ ዚእምነት ምሳሌ ዹሚሆኑ ዚተለያዩ ወንዶቜንና ሎቶቜን ኹዘሹዘሹ በኋላ ኹሁሉ ዹላቀ አርዓያ ስለሆነው ስለ ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ ተናግሯል።,ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም እምነት ዘርኣዩ ሰብኡትን ኣንስትን ምስ ገለጞ፡ ቀጺሉ ብዛዕባ እቲ ኻብ ኵሎም ብዝያዳ ብሉጜ ኣብነት ዝዀነና ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣጕልሐ።
ይህ ደግሞ ጊዜ ዚሚያባክኑ ልማዶቜን ማስወገድና በአምላክ አገልግሎት ዚሚያሳልፉትን ጊዜ ኹፍ ለማድሚግ ዚሚያስቜል ግብ ማውጣት ይጠይቅባ቞ው ይሆናል።,እዚ ኞኣ፡ ግዜ ዜጥፍእ ልማዳት ምንካይን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኜ እነሕልፎ ግዜ ንምውሳኜ ሞቶ ምውጻእን ዚሓትት ኪኞውን ይኜእል እዩ።
እንግዲያው ሙሮ ላይ ዹሰጠውን ጠንኹር ያለ ምክር ማስታወሳቜን በጣም አስፈላጊ ነው! አምላካቜን ይሖዋ አንድ ይሖዋ መሆኑን ኚተገነዘብንና ኚልባቜን ካመንን እሱን ብቻ እናመልኚዋለንፀ እንዲሁም ተቀባይነት ባለው መንገድ እናገለግለዋለን።,ስለዚ፡ ነቲ ሙሮ ኣብ እተዛሚቊ ሓያል ቃላት ወትሩ ኜንዝክሮስ ኣዚ ኜንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ! ነቲ፡ ዹሆዋ ኣምላኜና ሓደ ዹሆዋ እዩ ዚብል ሓሳባት ብንጹር እንተ ተሚዲእናዮን ብሓቂ እንተ ኣሚንናሉን፡ ንዹሆዋ ኞምቲ ዚደልዮ ጌርና ብምግልጋል ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቩ ዚኚኣለና ኜንገብር ኢና።
ኚርኅራኄ ዹመነጹ ምሕሚት አባትና ዚመጜናናት ሁሉ አምላክ ዚሚያስፈልገንን ስሜታዊና መንፈሳዊ ድጋፍ አትሚፍርፎ ይሰጠናልፀ ይህን ዚሚያደርገውም በእምነት ባልንጀሮቻቜን አማካኝነት ሊሆን ይቜላል።,እቲ ኣቊ ርሕራሐን ኣምላኜ ኵሉ ምጜንናዕን ብስምዒታውን ብመንፈሳውን መዳይ ዜድልዚና ደገፍ ኹም ዚገብሚልና፡ ኣመንቲ ብዝዀኑ ብጟትና ኣቢሉ እውን ኪሕግዘና ኾም ዚኜእል ክንተኣማመን ንኜእል ኢና።
ይህ ሁሉ ትብብር ዹሚጠይቅ ነገር ነው።,ነዚ ዅሉ ንምግባር ኪተሓባበሩ ነይርዎም።
አምላክ፣ አብርሃምን ዚሚስቱን ሐሳብ እንዲሰማ እንዳሳሰበው አስታውስ።,ኣምላኜ ንኣብርሃም፡ ርእይቶ ሰበይቱ ኺሰምዕ ኹም ዝመዓዶ ኣይትሚስዕ።
እንዲህ ያደሚገው ለምንድን ነው?,ስለምንታይ፧
ዚሚቻል ኹሆነ ተጚማሪ ኃላፊነት በመስጠት ያሉትን መልካም ባሕርያት እንዲያዳብር እርዱት።,ዚኚኣል እንተ ዀይኑ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ብምሃብ፡ ጜቡቕ ባህርያት ኬማዕብል ሓግዞ።
ኹዚህ ይልቅ ጊዜያቜንን መንፈሳዊ ብቃቶቜን ለማዳበር ብንጠቀምበት ጥበብ ይሆናል።,ዚግዳስ፡ ንግዜና መንፈሳዊ ብቕዓታትና ንምምሕያሜ ምስ እንጥቀመሉ ጥበባዊ እዩ።
ዹመዝናኛው ዓለም፣ ሰዎቜ ምላሳ቞ውን እንደ ሰይፍ እንዲስሉ እንዲሁም መርዘኛ ቃላቾውን እንደ ቀስት እንዲያነጣጥሩ ያበሚታታል።,ዓውዲ መዘናግዒ ንብዙሓት ሰባት ልሳኖም ኹም ሰይፊ ኺስሕሉን ሕሱም ቃላቶም ኹም ፍላጻታት ኬዝግቡን ዹለዓዕሎም እዩ።
ስሜትህን በግልጜና በሐቀኝነት መናገርህ ያለህበትን ሁኔታ ለመሚዳትና መፍትሔ ለመፈለግ በእጅጉ ይሚዳሃል።,ብዛዕባ እቲ ዜተሓሳስበካ ነገራት ብግልጜን ብቕንዕናን ምምይያጥ ንጭንቀትካ ኜትዋጜኣሉ ኺሕግዘካ ይኜእል እዩ።
ይሁን እንጂ ዚጥንቶቹን ዹአምላክ ሕዝቊቜ ይገዙ ኚነበሩት ነገሥታት አንዳንዶቹ ዹአምላክን መመሪያዎቜ አልታዘዙም።,ይኹን እምበር፡ ገሊኩም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምላኜ ዚገዝኡ ዝነበሩ ነገስታት፡ መምርሒታት ኣምላኜ ኣይሕልዉን እዮም ነይሮም።
አዎ፣ አብርሃም በትንሣኀ ያምን ነበር።,እወ፡ ኣብርሃም ብትንሳኀ ይኣምን ነይሩ እዩ።
ኢዚሱስ አንድ ጀልባ ላይ ሆኖ ተሰብስበው ዚነበሩ ሰዎቜን ያስተማሚበትን ወቅት እንደ ምሳሌ እንውሰድ።,ንኣብነት፡ ዚሱስ ንጃልባ ኾም መድሚኜ ብምጥቃም፡ ንህዝቢ ምሂሩ እዩ።
ደስተኛ እና ስኬታማ ለመሆን ኹፈለግን ዹአምላክን ቃል አዘውትሚን ኚተቻለም በዚዕለቱ ማንበብ አለብን።,ሕጉሳት ክንኹውንን ኪሰልጠናን እንተ ደሊና፡ ንቓል ኣምላኜ ኣዘውቲርና፡ እንተ ተኻኢሉ ድማ በብመዓልቱ ኞነንብቊ ኣሎና።
ልጆቻቜሁ በአሥራዎቹ ዕድሜ ውስጥ እያሉ ኹይሖዋ ጋር ይበልጥ ትርጉም ያለው ወዳጅነት መመሥሚት፣ ለአገልግሎታ቞ው ግብ ማውጣትና እዚያ ላይ ለመድሚስ መሥራት እንዲሁም ራሳ቞ውን መወሰን ብሎም ኚውሳኔያ቞ው ጋር ተስማምተው ለመኖር ጥሚት ማድሚግ ይቜላሉ።,ውሉዳትኩም መንእሰያት ኚለዉ፡ ምስ ዹሆዋ ትርጉም ዘለዎ ዕርክነት ኬማዕብሉ፡ ኣብ ኣገልግሎት ሞቶ ኣውጺኊም ንምውቃዑ ኺጜዕሩ፡ ርእሶም ወፍዮም ምስ ወፈያኊም ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ኾለዉ ድማ መሃዝቲ ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
ሌላ አመቺ ጊዜ እስኪያገኝ ድሚስ ጠበቀ።,ምሹእ ግዜ ኜሳዕ ዚሚክብ ተጞበዚ።
በተመሳሳይም ለማያምኑ ዘመዶቻቜን እውነትን ስንነግራ቞ው አስተዋይ መሆን አለብን።,ብተመሳሳሊ፡ ንዘይኣመንቲ ቀተ ሰብና ብዛዕባ ሓቂ ኜንዛሚቊም ኚለና፡ መዓስ ክንዛሹቩም ኹም ዚግባእ ኚነስተውዕል ኣሎና።
ዹማናምነውን ሰው ልንወደው አንቜልም።,ኚመይሲ፡ ንዘይንተኣማመኖ ሰብ ብሓቂ ኞነፍቅሮ ኣይኜእልን ኢና።
ዹዚህ ሥርዓት መጚሚሻ መቅሚቡንም ሆነ ክርስቶስ በአሁኑ ጊዜ ዹአምላክ መንግሥት ንጉሥ ሆኖ እዚገዛ መሆኑን ማስተዋል እንዳይቜሉ ዲያብሎስ ዚማያምኑትን ሰዎቜ አእምሮ እንዳሳወሚ እዚተመለኚትን አይደለም?,ንሰባት ብዛዕባ ምምጻእ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዝን ክርስቶስ ኣብ መንግስቲ ኣምላኜ ይገዝእ ኹም ዘሎን ክትነግሮም ኚለኻ፡ ድያብሎስ ንኣእምሮ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዕዊርዎ ኾም ዘሎ ትርኢዶ ኣለኻ፧
ኢዚሱስ ኚሞት ኚተነሳ ብዙም ሳይቆይ ዚመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪዎቜ ለሚሆኑ ኹ500 ዚሚበልጡ ደቀ መዛሙርት ታይቶ ነበር።,ድሕሪ ምትንሳኡ፡ ምስቶም ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኜ ኪዀኑ ተስፋ ዝገበሹሎም 500 ሰባት ተራኞበ።
ወደ አምላክ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል።,ንኣምላኜ ምስ እንቐርቊ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ።
አስተሳሰባ቞ው ዹተለወጠው ጭንቀት ወይም መኚራ ስለበዛባ቞ው አይደለም።,ብሰንኪ ስምዒታዊ ውጥሚት ወይ ነውጺ እውን ኣይኰነን ኣተሓሳስባኊም ለዊጊም።
እነሱም ምድርን በሚያስተዳድሚውና ታዛዥ ለሆኑ ዹሰው ልጆቜ አስደናቂ በሚኚቶቜን በሚያመጣው ዹአምላክ መንግሥት ውስጥ በሚኖራ቞ው ድርሻ ላይ ማሰላሰል ይቜሉ ነበር።,ስለዚ፡ ኣብታ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትገዝእን ንእዙዛት ደቂ ሰብ በሚኞት እተመጜእን መንግስቲ ብዛዕባ ዚህልዎም ግደ ኌስተንትኑ ይኜእሉ ነይሮም እዮም።
ይስሐቅ እስኪወለድ ድሚስ ዓመታት ቢያልፉም አብርሃም ተስፋ አልቆሚጠምፀ ይሖዋም አላሳፈሚውም።,ይስሃቅ ክሳዕ ዚውለድ ንነዊሕ ዓመታት እኳ እንተ ተጞበዚ፡ ኣይተሓለለን፡ ዹሆዋ እውን ኣዚሕፈሮን።
ዚመጚሚሻዎቹ ቀናት በ1914 ሲጀምሩ በዓለም ዙሪያ ዚነበሩት ዹይሖዋ አገልጋዮቜ በጥቂት ሺዎቜ ዚሚቆጠሩ ነበሩ።,ብ1914 ዳሕሮት መዓልትታት ኪጅምር ኚሎ፡ ኣብ መላእ ዓለም ሒደት ኣሜሓት ኣገልገልቲ ዹሆዋ ጥራይ እዮም ነይሮም።
አንዳንድ ሜማግሌዎቜ ጊዜ መድበው ሌሎቜን ማሠልጠን ኚባድ ይሆንባ቞ዋል።,ገሊኩም ሜማግለታት ንኻልኊት ንምስልጣን ዚኾውን ግዜ ንምምዳብ ይኞብዶም ይኞውን።
አስተዳደጋቜን ወይም ዚቀድሞ አኗኗራቜን ይሖዋ ዹሚጠላቾውን ነገሮቜ እንድንወድ ተጜዕኖ ያደርግብን ይሆናል።,ኣተዓባብያና ወይ ቀደም ዝነበሹና ጠባይ፡ ዹሆዋ ንዚዅንኖ ልምድታት ኹም እንፈቱ ገይሩና ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ክርስቲያን ያልሆኑትን ጚምሮ በርካታ ሃይማኖቶቜ ዚሚያስተምሩትን ነገር ኚመጜሐፍ ቅዱስ ጋር በጥንቃቄ አነጻጞሚው።,ስለዚ፡ ንትምህርትታት ብዙሓት ሃይማኖታት፡ እንተላይ ንትምህርታት ክርስትያን ዘይኰና ሃይማኖታት፡ ምስ መጜሓፍ ቅዱስ ተጠንቂቑ ኣነጻጞሮ።
ይሖዋ፣ ማበሚታቻ ሊሰጡን ዚሚቜሉ አሳቢ ዹሆኑ ወንድሞቜ ዚሚገኙበት ዓለም አቀፋዊ ዚወንድማማቜ ማኅበር ሰጥቶናል።,ዹሆዋ ምትብባዕ ኪህቡና ዚኜእሉ ሓለይቲ ኣምለኜቱ ዝሓቘፈ ዓለምለኻዊ ሕውነት ሂቡና እዩ።
ኢዚሱስ መቀበልም ሆነ መስጠት ደስታ እንደሚያስገኝ ተናግሯል።,ዹሆዋ ኣብ ምሃብን ኣብ ምቕባልን ሓጐስ ኹም ዘሎ ገሊጹ እዩ።
ጊዜያቜን ዚተጣበበ ቢሆንም ሁላቜንም ለግል ጥናትና ለቀተሰብ አምልኮ ጊዜ መመደብ ይኖርብናል።,ብእተፈላለዚ ነገራት ትሑዛት እኳ እንተ ዀንና፡ ንብሕታዊ መጜናዕትን ንኣምልኟ ስድራ ቀትን ግዜ ኜንምድብ ኣሎና።
"በ2013 ተሻሜሎ በወጣው ዚእንግሊዝኛ አዲስ ዓለም ትርጉም ላይ ዹአምላክ ስም 7,216 ጊዜ ዹሚገኝ ሲሆን ይህ ቁጥር በ1984 በተዘጋጀው እትም ላይ ካለው በ6 ይበልጣል።","ኣብቲ ብ2013 እተኞለሰ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ እቲ ስም እቲ 7,216 ሳዕ ይርኚብ፣ እዚ ድማ ካብቲ ብ1984 ዝወጾ ሕታም ብ6 ይዛይድ።"
ሆኖም ሜማግሌዎቜ ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፋ቞ውን ኹቀጠሉ ይዋል ይደር እንጂ ጉባኀው አስፈላጊ ሥራዎቜን ዚሚያኚናውኑ ብቃት ያላ቞ው ወንድሞቜን በማጣት መ቞ገሩ አይቀርም።,ሜማግለታት ዜድሊ ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐዩ እንተ ዀይኖም፡ ውዒሉ ሓዲሩ እታ ጉባኀ ንዅሉ እቲ ዜድሊ ነገራት ኪኣልዩ ዚኜእሉ ብቕዓት ዘለዎም እኹላት ሜማግለታት ክትስእን ትኜእል እያ።
በመሆኑም ቀንም ሆነ ሌሊት በሌላ አባባል አዘውትሚው ዹአምላክን ቃል ያነብባሉ ሊባል ይቜላል።,በዚ ኾምዚ ኞኣ፡ መዓልትን ለይትን ወይ ኣዘውቲሮም ዚንብብዎ እዮም።
እኛም ዹይሖዋን ጥሩነት ስንቀምስ እንዲህ ዓይነት ዹጾና እምነት ማዳበር እንቜላለን።,ንሕና እውን ዹሆዋ ሰናይ ምዃኑ ምስ ጠዓምና፡ ኚምዚኣ ዝበለት እምነት ኚነሕድር ንኜእል ኢና።
አብርሃም ታላቅ እምነት እንዳለው ዚሚያሳዩ ነገሮቜን ያኚናወነው፣ ተስፋ ኚተሰጠበት ዘር ጋር በተያያዘ አምላክ ስለተናገሚው ትንቢት ፍጻሜ በዓይነ ሕሊናው በማዚቱ ነው።,ኣብርሃም ንእምነቱ ብዜደንቕ ተግባር ኪገልጻ ዝኞኣለ፡ ብዛዕባ እቲ ዘርኢ እተዋህበ ትንቢት ኣምላኜ ዚፍጾመሉ ዅነታት ዝሚኣዮ ነገር ስለ ዝነበሹ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ዹምንኖሹው ሰይጣን ዲያብሎስ በሚቆጣጠሚው ዓለም ውስጥ ኹመሆኑም ሌላ ፍጹማን አይደለንምፀ በመሆኑም ዹዓለምን ዚተሳሳተ አስተሳሰብና ምግባር በቀላሉ ልንኮርጅ እንቜላለን።,ሰይጣን ድያብሎስ ኣብ ዚዕብልላ ዓለም ስለ እንነብርን ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንናን፡ ኣብ ዓለም ዘሎ ግጉይ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ብቐሊሉ ኜንቀድሕ ንኜእል ኢና።
በመሆኑም 380 ሊትር ዹሚሆነውን ውኃ በተአምር ወደ ጥሩ ዹወይን ጠጅ ለወጠው።,ዚሱስ ኣአንጋዲ ምዃን፡ ግቡእ ምዃኑ ይፍለጥ ስለ ዝነበሚ፡ 380 ሊትሮ ማይ ናብ ጜቡቕ ወይኒ ቐዚሚ።
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዚኖሩ ዚኢዚሱስ ተኚታዮቜ ርኩስ ኹሆነ መዝናኛ ይርቁ ነበር።,ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሰዓብቲ ዚሱስ፡ ካብ ርኹስ መዘናግዒ ይርሕቁ ነበሩ።
ይሖዋ፣ በዚሳምንቱ በሚደሚጉት ክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ አማካኝነትም አገልጋዮቹ ጭንቀትን መቋቋም እንዲቜሉ ይሚዳ቞ዋል።,ዹሆዋ ብሰሙናዊ ኣኌባታት ጉባኀ ኣቢሉ እውን ክርስትያናት ንጭንቀቶም ኪዋጜእሉ ይሕግዞም እዩ።
ኢዚሱስ ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ኹሰጠ በኋላ ትንሣኀ አግኝቶ ወደ ሰማይ ተመልሷልፀ በዚያም ኚዚትኛውም መስተዳድር፣ ሥልጣን፣ ኃይልና ጌትነት እጅግ ዹላቀ ቊታ ተሰጥቶታል።,ዚሱስ መስዋእታዊ ሞት ምስ ሞተ፡ ተንሲኡ ናብ ሰማያት ኚይዱ እዩ፣ ኣብኡ ድማ፡ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዝዀነ ስልጣን ተዋሂብዎ እዩ።
ይሖዋ ዚመምሚጥ ነፃነት ሰጥቶናልፀ ይህም እውነተኛ ነፃነት ያስገኝልናል።,ዹሆዋ ናይ ምምራጜ ናጜነት ሂቡና እዩ፣ ምስኡ እውን ናይ ሓቂ ናጜነት ሂቡና ኣሎ።
ዚመጜሐፍ ቅዱስን እውነቶቜ ዚምንነግራ቞ው በመንፈሳዊ ዚተራቡ ሰዎቜ፣ ስለ አምላካቜን ሲያውቁና በቃሉ ውስጥ ዚሰፈሩትን ውድ እውነቶቜ ሲገነዘቡ ልባ቞ው በደስታ ይሞላል።,ሓቅታት መጜሓፍ ቅዱስ ንኻልኊት ክንነግሮም ኚለና፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ ሰባት ንኣምላኜናን ነቲ ኣብ ቃሉ ዚርኚብ ክቡር ሓቅታትን ኪርድእዎን ኬማስዉሉን ስለ ዚጅምሩ፡ ደስ ይብለና እዩ።
መጠመቃቜን ዹይሖዋ እንደሆንን ያሳያል።,ጥምቀትና ድማ፡ ናይ ዹሆዋ ኾም ዝዀንና እዩ ዜርኢ።
እኛም በተመሳሳይ ለሌሎቜ መሠሹተ ቢስ ጥላቻ እንዳለን ወይም በዘራቜን ዚመኩራት ዝንባሌ በውስጣቜን እያቆጠቆጠ እንደሆነ ካስተዋልን፣ ይህን አመለካኚት ኚሥሩ ነቅለን ለማስወገድ ኹፍተኛ ጥሚት ማድሚግ አለብን።,ንሕና እውን ኣሉታዊ ኣሚኣእያ ኾም ዘሎና ወይ ብዓሌትና ኾም እንሕበን እንተ ተፈሊጡና፡ ካብ ልብና ንምምሓዉ ሓያል ጻዕሪ ኜንገብር ኣሎና።
ታዲያ ሰይጣን፣ እሱና በዓይን ዚማይታዩት ግብሚ አበሮቹ በተሚት ዓለም ውስጥ ዹሚገኙ ባለታሪኮቜ ብቻ እንደሆኑ ተደርገው መቆጠራ቞ው ቅር ዚሚያሰኘው ይመስልሃል?,ሰባት ንሰይጣንን ነቶም ብዓይኒ ዘይርኣዩ ጭፍራኡን ኹም ልቢ ወለድ ገይሮም ምርኣዮም፡ ንሰይጣን ዜተሓሳስቊዶ ይመስለካ፧
ያም ሆነ ይህ ማርያምና ኢዚሱስ ለአዲሶቹ ተጋቢዎቜ እንዳዘኑላ቞ውና ኚእፍሚት ሊታደጓ቞ው እንደፈለጉ አሳይተዋል።,ዚሱስ ዘይተጋህደ ሓይልታት ኹም ዘለዎስ፡ ማርያም ትኣምንዶ ነይራ እያ፧
ሰዎቜን ስታነጋግሩ ምን ምላሜ እንደሚሰጡ አስተውላቜኋል?,ምስ ሰባት ኣብ እትገብሮ ዝርርብ እንታይ ኣስተውዒልካ፧
ራሳ቞ውን ወስነው በመጠመቅ እሱን ኹማገልገል ወደኋላ ይላሉ።,ርእሶም ወፍዮም እተጠምቁ ኣገልገልቱ ኻብ ምዃን ዚድሓርሕሩ እዮም።
በዚህም ምክንያት አንዳንድ ጊዜ ቜግሮቜ ሊፈጠሩ ይቜላሉፀ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ኚወንድምህ ጋር ታሚቅ ዹሚለውን ዚኢዚሱስ ምክር ተግባራዊ ማድሚግ እንዳለብን ተምሚናል።,ስለዚ ኞኣ፡ ሓሓሊፉ ጞገማት ኪልዓል ይኜእል እዩ፣ ኚምኡ ኌጋጥም ኹሎ ድማ፡ ምስ ሓውካ ተዓሹቕ ዚብል ዚሱስ ዝሃቩ ምኜሪ ብኞመይ ኹም እንስዕብ ተማሂርና ኢና።
እንዲህ ያሉት ቜግሮቜ እዚጚመሩ ሲሄዱ ዚወንድማማቜ ፍቅራቜንን ጥልቀት ለማሳዚት ዚሚያስቜሉን አጋጣሚዎቜም ይጚምራሉ።,እዚ ጞገማት እዚ እናወሰኞ ብዝኞደ መጠን፡ ዕምቈት ሕውነታዊት ፍቕርና እነርእዚሉ ኣጋጣሚታት እናሰፍሐ እዩ ዚኞይድ።
ሌሎቜን ዚማበሚታታት ልማድ ካለን እነሱም በምላሹ ያበሚታቱናል።,ንኻልኊት ናይ ምትብባዕ ልማድ እንተ ኣጥሪና፡ ካልኊት እውን ብግዲኊም ኬተባብዑና እዮም።
እነዚህ ለውጊቜ ዚጥንቱ ዹአምላክ ሕዝብ ኚእሱ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ እንዲመላለስ አስተዋጜኊ አድርገዋል።,እዚ ለውጥታት እዚ ድማ፡ ጥንታውያን ህዝቢ ኣምላኜ ምስ ፍቓዱ ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ሓጊዙ እዩ።
አብርሃም ኚእሱና ኚይስሐቅ ጋር ኚተጓዙት አገልጋዮቹ ኚመለዚቱ በፊት እናንተ አህያውን ይዛቜሁ እዚህ ቆዩፀ እኔና ልጄ ግን ወደዚያ በመሄድ በአምላክ ፊት ሰግደን ወደ እናንተ እንመለሳለን ብሏ቞ዋል።,ኣብርሃም ነቶም ንዕኡን ንይስሃቅን ዘሰነይዎም ግዙኣቱ ሓዲግዎም ቅድሚ ምኻዱ፡ ምስዚ ኣድጊ፡ ኣብዚ ጜንሑ፣ ኣነን እዚ ወድን ኚኣ ናብቲ ኌድና ኣምሊኜና ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና ኢልዎም እዩ።
አምላክ መሲሐዊውን መንግሥት ማቋቋሙ ዹሰው ልጆቜን እንደሚወድ ያሚጋግጣል።,ኣምላኜ ነታ መሲሓዊት መንግስቲ ብምድላው፡ ንደቂ ሰብ ኹም ዜፍቅሮም ኣርእዩ እዩ።
ዹምናደርገው እያንዳንዱ ውሳኔ ኹይሖዋ ጋር ባለን ግንኙነት ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ተጜዕኖ ማሳደሩ አይቀርም።,ኵሉ እቲ እንገብሮ ምርጫ፡ ነቲ ምስ ዹሆዋ ዘሎና ርክብ እንተ ንጜቡቕ እንተ ንሕማቕ ይጾልዎ እዩ።
እንዎታ! መጜሐፍ ቅዱስ ዲያብሎስን ተቃወሙትፀ እሱም ኚእናንተ ይሞሻል ይላል።,እወ! መጜሓፍ ቅዱስ፡ ንድያብሎስ ተጻሚርዎ እሞ፡ ንሱ ኻባኻትኩም ኪሃድም እዩ ይብል።
ዚወንድማማቜ ፍቅር ኹአሁኑ ማዳበራቜን አስፈላጊ ነውፀ እንዲህ ማድሚጋቜን ወደፊት ዚሚያጋጥመንን ማንኛውንም ፈተናና መኚራ ለመቋቋም ያስቜለናል።,ሕውነታዊት ፍቕርና ኣብቲ ኣብ መጻኢ ዜጋጥመና በብዓይነቱ ፈተናታትን ጞገማትን ስለ እትሕግዘና፡ ሕጂ ኞነማዕብላ ኣሎና።
ዹአምላክን ሕግጋት ኚማይታዘዙ ሰዎቜ ጋር ጓደኝነት ኚመሠሚትን በእነሱ ዘንድ ተቀባይነት ለማግኘት ስንል እነሱ ዚሚያደርጉትን ነገር ለመፈጾም ልንገፋፋ እንቜላለን።,ምስቶም ንሕጊ ኣምላኜ ዘይእዘዝዎ ንተዓራሚኜ እንተ ዄንና፡ ብኣታቶም ተቐባልነት ምእንቲ ኜንሚክብ፡ ኚምቲ ንሳቶም ዚገብርዎ ኜንገብር ክንፍተን ንኜእል ኢና።
ሰይጣን በቅቡዓን ቀሪዎቜና በሌሎቜ በጎቜ ላይ ጊርነት አውጇል።,ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ ካልኊት ኣባጊዕን ይዋጋእ እዩ ዘሎ።
በመሆኑም ምንጊዜም ቢሆን አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ወደ ይሖዋ መጾለይ እንዲሁም እሱ በቃሉና በድርጅቱ አማካኝነት ዹሚሰጠንን መመሪያ በጥንቃቄ መመርመር ይኖርብናል።,ስለዚ፡ ሓድሜ ሓላፍነት ክንቅበል ኚለና፡ ነቲ ዹሆዋ ብቓሉን ብውድቡን ኣቢሉ ዚነግሹና ነገራት ብጞሎት ክንሓስበሉ ኌድልዚና እዩ።
ሩት ለይሖዋ ፍቅር እንደነበራት ልብ በል።,ሩት ንዹሆዋ ዝነበራ ፍቕሪ ኣስተብህል።
መንፈሳዊ ዹጩር ትጥቃቜን እንዳይላላም ይሚዳናል።,እቲ እንለብሶ መንፈሳዊ ኣጜዋርና ኞኣ ምሉእ ዘይጕዱል ይኞውን።
ልጆቜ ዚሆናቜሁ፣ በቀተሰባቜሁና በጉባኀያቜሁ ውስጥ ካሉ ታማኝ ዹሆኑ ትላልቅ ወንድሞቜና እህቶቜ ጋር ብትቀራሚቡ ይሖዋ ስላደሚገላ቞ው በርካታ መልካም ነገሮቜ ሊነግሯቜሁ ይቜላሉ።,ኣቱም መንእሰያት ዘበልኩም፡ ኣብ ስድራ ቀትኩምን ኣብ ጉባኀን ናብ ዚርኚቡ ብዕደመ ዝደፍኡ እሙናት ኣሕዋት ቅሚቡ፡ ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ዝገበሹሎም ሰናይ ነገራት ድማ ተምሃሩ።
ሁላቜንም ኹፍተኛ ዕዳ እንደተሰሚዘልን መገንዘብ ይኖርብናል።,ንነፍሲ ወኹፍና ኣዝዩ ዓብዪ ዕዳ ኾም እተሓድገልና ኜንግንዘብ ኣሎና።
በግልጜ ማዚት እንደምንቜለው ይሖዋ ለሰው ልጆቜ ሐሳቡን ዚሚያስተላልፈው እነሱ ሊሚዱት በሚቜሉ ቀለል ያለ መንገድ ነው።,እምበኣር፡ ዹሆዋ ንሰባት ሓሳባቱ ኌመሓላልፈሎም ኚሎ፡ ንሳቶም ምእንቲ ኺርድእዎ፡ ነቲ ሓሳባቱ ዚገልጾሉ መገዲ ዹቕልሎ እዩ።
ዚሰዎቜን ልብ መንካት እንዲቜል ዚማስተማር ዘዎዎቹን እንደ ሰዎቹ ሁኔታ መቀያዚር ነበሚበት።,ስለዚ፡ ልቢ ሰባት ምእንቲ ኺትንክፍ፡ ንኣመሃህራኡ ኾኹም እቲ ዜድልዮም ኪቐያይሮ ነበሮ።
አንዳንዶቜ በራሳ቞ው ጥሚት ለማቆም በተደጋጋሚ ጊዜ እንደሞኚሩና እንዳልተሳካላ቞ው ተናግሚዋል።,ገሊኣቶም ነቲ ወልፊ ብርእሶም ደው ኬብሉ ብተደጋጋሚ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ኣይሰለጊምን።
በመሆኑም ለመጠመቅ ዚሚያስብ አንድ ሰው ይህን ውሳኔ ዚሚያደርገው በራሱ ፍላጎት ተነሳስቶ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን አለበት።,ስለዚ፡ ሓደ ኺጥመቕ ዚሓስብ ሰብ፡ ብሓቂ እቲ ውሳነ ናቱ ድሌት ምዃኑ ኌሚጋግጜ ኣለዎ።
ሳሙኀል ጉዳዩን ለይሖዋ ኹመተው በቀር ምንም አማራጭ አልነበሚውም።,ነቲ ጕዳይ ኣብ ኢድ ዹሆዋ ኺሓድጎ ነይርዎ።
ለምን?,ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ዹአምላክ ስም ዚገባባ቞ው አምስት ተጚማሪ ቊታዎቜ ና቞ው።,ካብዚ እዚ ስም ዚርኹበሉ ተወሳኺ ሜዱሜተ ቊታታት፡ እቲ ሓሙሜተ ኣብ ይርኚብ።
ዚአንድን ሜማግሌ ጊዜ ዹሚፈልጉ በርካታ ጉዳዮቜ መኖራ቞ው እውነት ቢሆንም ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፍ ዚጉባኀውን መንፈሳዊ ደህንነት አደጋ ላይ ሊጥለው ይቜላል።,ህጹጜ ቈላሕታ ዜድልዮ እተፈላለዚ ጕዳያት እኳ እንተሎ፡ ሓደ ሜማግለ ንኻልኊት ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐ እንተ ዀይኑ ግና፡ እዚ ኣብ መንፈሳዊ ጥዕና እታ ጉባኀ ጕድኣት ኬስዕብ ይኜእል እዩ።
ክርስቲያን ነን ዹሚሉ እንደነዚህ ያሉ ሰዎቜ ኚባድ ኃጢአት ፈጜመው ንስሐ ዚማይገቡ ኹሆነ ኚእነሱ ጋር ያለን ጓደኝነት መቋሚጥ ይኖርበታል።,ኹምዚኩም ዝኣመሰሉ ኣምሰሉ ክርስትያናት፡ ኚቢድ ኣበሳ ፈጺሞም ክነሶም እንተ ዘይተነሲሖም፡ ነቲ ምሳታቶም ዝነበሹና ዕርክነት ኚነቋርጟ ኣሎና።
ዳዊትም ዹይሖዋን መንፈስ አግኝቶ ነበር።,ዳዊት እውን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኹ እዩ።
ይሖዋ በጉባኀ ውስጥ ተጚማሪ ኃላፊነት እንድትቀበል ዹሚፈልግ መሆኑን ሜማግሌዎቹ እርግጠኞቜ ዚሚሆኑት ታማኝና እምነት ዚሚጣልበት ሰው መሆንህን ስታስመሠክር ነው።,ምኜንያቱ፡ እሙንን ሕድሪ እተጜንዕን ምዃንካ ምስ ኣርኣኻ ጥራይ እዮም ሜማግለታት፡ ዹሆዋ ኣብ ጉባኀ ተወሳኺ ሓላፍነት ኪውሃበካ ኾም ዚደሊ ኺፈልጡ ዚኜእሉ።
ኚእምነት ባልንጀሮቻቜንም ሆነ ኚሌሎቜ ሰዎቜ ጋር ባለን ግንኙነት ትሕትና በማሳዚት ዹሚኹተለውን ምክር ተግባራዊ እናደርጋለንፊ ክፉን በክፉ ወይም ስድብን በስድብ አትመልሱ።,ምስ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጟትና ይኹን ምስ ካልኊት ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ትሕትና ነርኢ፡ ነቲ፡ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኜፉእ፡ ወይስ ጾርፊ ኣብ ክንዲ ጾርፊ ኣይትምለሱ።
አብርሃም በይሖዋ ዘንድ ዚማይቻል ነገር እንደሌለ ተገንዝቧል።,ንኣምላኜ ዚስኣኖ ነገር ኹም ዘዹልቩ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
ቅዱስ መንፈሱ ዚጉባኀውን ዝግጅቶቜ በሙሉ ልባቜን መደገፍ እንድንቜል ይሚዳናል።,እቲ ንጡፍ ሓይሉ ኞኣ ነቲ ኣብ ጉባኀ ዘሎ ስርዓት ብምሉእ ልብና ምእንቲ ኜንድግፎ ኺሕግዘና ይኜእል እዩ።
አንድ ዚማመሳኚሪያ ጜሑፍ እንደገለጞው መቀበል ተብሎ ዹተተሹጎመው ቃል በበኩሚ ጜሑፉ አንድ ነገር እውነት መሆኑን ማመንና እርግጠኛ መሆን ዹሚል ሐሳብ ያስተላልፋል።,ብመሰሚት ሓደ መወኚሲ ጜሑፍ፡ እታ ዝኣመንካሉ ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ በዅሪ ቓል፡ ብዛዕባ ሓቅነት ሓደ ነገር ምእማንን ርግጾኛ ምዃንን ዚብል ሓሳብ እያ እተመሓላልፍ።
ይህን በማድሚግ ምክንያታዊ፣ ትሑትና ሩኅሩኅ አምላክ መሆኑን አሳይቷል።,በዚ ኾምዚ ድማ፡ ልዙብን ትሑትን ርሕሩሕን ምዃኑ ኣርእዩ እዩ።