Datasets:
segment_id stringlengths 16 16 | audio audioduration (s) 1.78 29.9 | text stringlengths 16 314 | duration_s float64 1.91 30.1 | speaker_id stringclasses 137
values | gender stringclasses 2
values | language stringclasses 1
value | domain stringclasses 1
value | word_count int64 4 65 | speech_rate_wpm float64 0 1.3k | version stringdate 2605-01-01 00:00:00 2605-01-01 00:00:00 |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
tir_train_000001 | ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝተዘርግሐ ቪድዮ ዝተወሰኑ ጕጅለ ኣብ ጐደና ዉድቦርን ወዲቖም ዝነበሩ ክልተ ግዳያት ክሃርሙ እንከለዉ ዘርኢ ምስሊውን ተዘርጊሑ ነይሩ። | 13.53 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 20 | 94 | 2605 | |
tir_train_000002 | ቅድሚ 32 ዓመታት ከኣ ልክዕ ድሮ እዛ ዕለት ብባሕቲ መስከረም ብሞት ተፈልዮም። | 7.37 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 12 | 91 | 2605 | |
tir_train_000003 | መንገዲ ኣየራት ኣመሪካ ደልታ ሳውዝዌስትን ዩናይትድን ብሰንኪ ክህሉ ዝኽእል ምቍራጽ በረራታት ነቲ ብሰንኪ ለውጢ ትኬት ተጓዓዝቲ ክኸፍሉዎ ዝግባእ ይሓድጉዎ ኣለዉ። | 12.68 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 20 | 96 | 2605 | |
tir_train_000004 | ምስ ዓይነ ብርኩ ዘሎ ጥዑይ ሰብ ስራሕ ኣብ ዝስእነላ ዓዲ ንኣካለ ጎደሎ ደኣ ከመይ ትኸብዶም ትኸውን? ኣብ ትግራይ ካብ ዝርከባ ዩኒቨርስታታት ምስ ሰብ ዓይነ ብርኪ ተወዳዲሮም ትምህርቶም ዝዛዘሙ ዓይነ ስውራን ትምህርቲ ምስ ዛዘምናውን ስራሕ ኣብ ምርካብ ልዕሊ እቶም ሰብ ዓይነ ብርኪ ንሽገር ኣለና እዮም ዝብሉ። | 19.8 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 45 | 134 | 2605 | |
tir_train_000005 | ሽዑ ግን በታ ናይ ቈልዓ ልቢ 'ወይ ማርያም ጥዋለት ወይ ንስኺ ምስቃጥክን ተሰሚዑኒ'ዩ። (ድሕሪታ ግጥሚ ምንባበይ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት) ባጽዐይ ይኣክል ትዝታ፣ ከዕልለኪ ጽሕፈት ዝጀመርኩሉ ኣጋጣሚ። ብስራሕ ምህንድስና እናሰራሕኩ ኣብ ትርፊ ግዜይ ከኣ ንባብን ምስ ኣዕሩኽተይን እየ ዘሕልፎ ነይረ። (ማይኮ ተኽለ ዝብሃል ዓርከይ ኣብ ትብል ግጥሚ ንሃገረ ፈይስቡክን ገጸ-ባህርያት ፈይስቡክን ስኢልዎም ኣሎ)። | 30.02 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 52 | 118 | 2605 | |
tir_train_000006 | ጳውሎስ ወጴጥሮስ እንዘ ይጸውሩ ፀበርተ። | 5.36 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 5 | 68 | 2605 | |
tir_train_000007 | ዜና ትንታነን ታሪኻትን ብቐጥታ ኣብ ዋትስኣፕ ንምርካብ ነዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ኣባል ቻነልና ኵኑ! መዛዘሚ መወዓውዒ ዋትስኣፕ ቻነል · ኣብ ስግግር ከይዲታት ፍትሒ ነዊሕ ተሞክሮ ዘለዋ ካሪ ቤቲ ብተወሳኺ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት፣ ስርዓተ-ጾታ፣ ሕገ መንግስትን ሕጋጋት ምምሕዳርን ብዙሓት ስራሕቲ ሰሪሓ እያ። | 20.48 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 40 | 118 | 2605 | |
tir_train_000008 | ሩሖይ ከዑቑብምንባረይ ከጽንሕ ካልእ ጸጋታተይ ረጥሪጠዮ ሃጽ እለየ መጺአ። ምስ ጀርመናዉያን መለስክሉ ካብ ዝሓዝክዋ ብኬሪ ጎርዳዕ እንዳ ኣበልኩ። በልክዎ ተወሊዑ ዝነበረ ሙዚቃ ስለዝዓብለለኒ ክሰምዖ ናብኡ እንዳ ደነንኩ። በለኒ ብየማናይ ኢዱ ሕዝዋ ዝጸነሐ ሽጋራ በኽኽ እንዳ በለ። | 25.3 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 36 | 83 | 2605 | |
tir_train_000009 | ትራምፕ ቻይና ኣብ ኣፍሪቃ እትፈጥሮ ዘላ ፅልዋ ኣብ ግምት ብምእታውን ነዚ ቅድሚ ምቑራጹ ክልተ ግዜ ክሓስበሉ ተኽእሎ ኣሎ። ሪፓብሊካን ድሕሪ እቲ ብሰሉስ ዝተኻየደ መረጻ ኣብ ኮንግረስ ዓብላሊ ድምጺ እንተረኺቦም ግን ንምቁራፅ ሓገዝ ድፍኢት ክህሉ ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፈ እዋን ንናይጀርያ እቲ ን15 ዓመታት ዝዘረጋ ጉጅለ እስላማውያን ዕጡቓት-ቦኮ ሓራም ንምምካት ኢዱ ዘርጊሑ ነይሩ። | 29.85 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 54 | 115 | 2605 | |
tir_train_000010 | ክፍሊ ጕዳያት ወጻኢ ኣመሪካ (ስተይት ዲፓርትመንት) እውን ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዘውጽኦ ጸብጻብ ብዙሕ ኣካቲዑዩ። እዚ ጽሑፍ ነታ ብክልተ ክፋላት ዝተሓትመት "ኤርትራ ሃገረይ" ዘርእስታ ብርሃነ ኣብረሀ ኪዳነ ዝደረሳ መጽሓፍ ኣይኰነን። ኣብ ኣመሪካ ዝነብር ወዲ ዕስራን ሸውዓተን ዓመት ኤፍሬም ካልኣይ ዉላዱ ንብርሃነ ኣብርሀዩ (ካብ ኣርባዕተ ደቁ)። | 27.12 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 45 | 105 | 2605 | |
tir_train_000011 | መንግስቲ ድማ ንውሓት ግዜ ናይቲ ዝወሃብ ኣገልግሎት ኣይገደበን። | 5.18 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 8 | 96 | 2605 | |
tir_train_000012 | ኣብ ልዕሊ ኣቶ እስክንድር ነጋ ክልቲኡ ክሲ ከም ዝቐረበ ዝገልጽ ጠበቕኡ ኣቶ ሄኖክ ኣክሊሉ ካብ እስክንድር ነጋ ወጻኢ ዘለው ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሰልፊ ግና ሓደ ጥራሕ ከም ዝኾነ ሓቢሩ። | 11.85 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 29 | 148 | 2605 | |
tir_train_000013 | ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ኣብ ጉዳይ ምዕፃው መስመር ባቡርን መገድን "ምስ መናእሰይን ህዝብን ንዘራረብ ኣለና። እቲ መገድን መስመር ባቡርን ሎሚ ንክኽፈት ንሰርሕ ኣለና" ክብል ንሮይተርስ ሓፂር ናይ ፅሑፍ ምላሽ ከምዝሃበ እቲ ማዕኸን ዜና ፀብፂቡ። | 20.3 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 36 | 110 | 2605 | |
tir_train_000014 | ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ስለዘይተሳተፈት ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ዓለም ኣይተሳተፈትን። | 6.54 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 10 | 94 | 2605 | |
tir_train_000015 | እታ በኹሪ ውላዱ ኣብ በረኻ ኣብ እዋን ቃልሲ ዝተወለደት እያ። ነባሪ እታ ወረዳ ኣይተ መሓመድ ሲራጅ ግዳይ እቲ ዝበጽሐ መጥቃዕቲዮም። ነባር ኣመራርሓ ኣብ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ክሳተፉ ዝፈቅድ መምርሒ ተሰሪዙ። ማእኸላይ ኮሚቴ ብኣዴን ንክልተ መዓልታት ዘካየዶ ኣኼባ ሎም መዓልቲ ዛዚሙ። | 22.77 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 40 | 109 | 2605 | |
tir_train_000016 | ብፍላይ ነቶም ወገናት ንምሽምጋል ናብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ዝተመላለሰ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦባሳንጆ ዕላማ እቲ ጉዕዞ ነቲ ብወገን ክልቲኦም ኣካላት ዘሎ ሓሳብ ንምርዳእ ከምዝነበረን ኣወንታዊ ምላሽ ከምዝረኸበን ገሊጹ እዩ። | 17.26 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 30 | 112 | 2605 | |
tir_train_000017 | ካብ ቃሉ ከምንርዳእ ካብ ወገኑ ወይ ድማ ካብ ናይ ጸላእቱ ወገን ዝኾነ ሠራዊት መሲልዎ ኔሩ። | 8.6 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 15 | 107 | 2605 | |
tir_train_000018 | ኣስታት 450 ዝኾኑውን ካብቲ ብፓርተ ደላ ቻፕል ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ኸተማ ዝርከብ ማዓስከር ከም ዝተወሰዱ ሰብመዚ ምምሕዳር ፓሪስን ፓሊስን ዝጠቐሰ ጸብጻብ ኤ ኤፍ ፒ ሓቢሩ። | 18.36 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 28 | 86 | 2605 | |
tir_train_000019 | ሉቃስ 2፥10-11 ሓጎስ ሓደ ካብ ናይ እግዚአብሔር ባህርያት እዩ። | 6.13 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 9 | 109 | 2605 | |
tir_train_000020 | እዚ ናይ እስራኤል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ካብ ዝተራእየ ተመሳሰልቲ ፍጻመታት ሓደ እዩ። ንሱ እቶም ሚኒስተራት "ንዅሎም ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝኣተዉ ሰባት ንምእላይ" መደባት ከቕርቡሉ ሓቲቱሎ። ወዲ 53 ዓመት ዲመትሪ ሩስያ ኣብ ዘካየደቶም ውግኣት ዝተሳተፈ ገዲም ወተሃደር እዩ። | 20.66 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 36 | 108 | 2605 | |
tir_train_000021 | መዝነት ናይቶም ዝተወሰኑ ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ? ትማሊ ናብ ቤት ፍርዲ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ ላዕለዎት መሪሕነት ሓደ ዝኾኑን 86 ዓመት ዝዕድሚኦምን ኣይተ ስብሓት ነጋ መሪሕነት ህወሓትን ኣብ ህወሓት/ኢህወዴግ ዝለኣለ ተሰማዕነት ዝነበሮም ከምኡውን ትእምት ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ ንዝተበሃለ ዓብዪ ናይ ፍርያትን ኣገልግሎትን ትካል ዝመርሑ። | 25.84 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 44 | 112 | 2605 | |
tir_train_000022 | ሓማስ ብ7 ጥቅምቲ ብኻልኦት ውድባት ከም ጅሆ ካብ እስራኤል ዝተትሓዙ ዓሰርተታት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ንምድሓን ጸቕጢ ኣብ ዝገብረሉ ዘሎ እዋን ተራ ናይዞም ጉጅለታት ናብ ዓብዪ ትኹረት ኣትዩ ይርከብ። | 15.89 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 28 | 107 | 2605 | |
tir_train_000023 | ንባብ ብወተሃደራዊ ኪኢላታት ስሞም ክጽራሕ ዘይደልዩ ገዳይም ወተሃደራዊ ኪኢላታት እቲ ኩነታት ካብ ሰላማዊ መገዲ ወጻኢ ናብ ሓይሊ ከም ዝማዕበለን እቲ ሕጂ ዝግበር ዘሎ ምቅይያር ወተሃደራዊ ኣሰላልፋ ናብ ኲናት ዝእንፍት ኮይኑ ከም ዝስመዖም ንቢቢሲ ገሊጾም። | 20.43 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 34 | 100 | 2605 | |
tir_train_000024 | "ሰለስተ ኣገልገልቲ ነይሮሙኒ ኣላዪ ጀርዲን ጸጥታን ክልተ መካይን ምስ ዘዋርን" ይብሉ። ዶክተር ነጋሶ ጊዳዳ ሰለስተ ግዜ ጥራይ ምስ ተካኢኦም ከም ዝተራኸቡ ይዛረቡ። እቲ ናይ መወዳእታ ርክቦም ኣይተ ግርማ ገና ፕረዚደንት ኣብ ዝነበሩሉ እዋንዩ። | 20.61 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 33 | 100 | 2605 | |
tir_train_000025 | ሰብኣውን ቁሳውን ልምዓት ሓሲብካ ዝሳኻዕ ኣብ ውሽጢ ዓውዲ ሰላም ጥራሕ ዩ። | 6.54 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 11 | 103 | 2605 | |
tir_train_000026 | ብተወሳኺ እናተተግበረ ዝነበረ ሸርፊ ወፃኢ ስርዓት ትኽክለኛ ስርዓት ዕዳጋ ዘመላኽት ብዘይምዃኑ ዝሓሸ ንምርካብ ኣማራፂ ዝደልዩ ብዙሓት ዮም። | 12.18 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 17 | 85 | 2605 | |
tir_train_000027 | ሰብ መዚ ዩኤንኤችሲኣር ኣብ ጽባሕ እቲ መጥቃዕቲ ምስ ሰብ መዚ ምምሕዳር ጉዳይ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ ብምዃን ናብቲ መዓስከር ከም ዝበጽሑን ንውሕስነት እቶም ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ከም ዝተዘራረቡን ፌይዝ ገሊጻ። | 22.03 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 32 | 88 | 2605 | |
tir_train_000028 | እቶም ለኣኽቲ ነቲ ቡን ናብ ዕዳጋ ዘየቕረቡሉ ምኽንያት ዓለማዊ ዋጋታት ኣብ ግምት ብዘየእተወ ኣገባብ ቡን ስለዝገዝኡ ምዃኑ ድማ ኣረዲኡ። ነፋሪት መጓዓዝያ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ሰንበት በረራ ካብ ትጅምር ኣብ ውሽጢ ደቓይቕ ብዘጋጠማ ሓደጋ ምሕምሻሽ 157 ሰባት ሞይቶምዮም። እዚ ካብቲ ብዝተፈላለየ ዓይነት ዝፈሪ ቡን እቲ ዝሓሸ መሪጽካ ናብ ዓለምለኻዊ ጨረታ ብምቕራብ ንዓበይቲ ዓደግቲ ንምሻጥ ዕላማ ዝገበረ እዩ። | 30.02 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 57 | 118 | 2605 | |
tir_train_000029 | እዛ ፈቲኻያ ዘሎካ ግጥሚ ብዙሓት ሰባት እዮም ዝፈትውዋ ባሊጋታት ኣብዚሓ ኣላ እንድዕላ ሓደ ተዛራባይ ኔሩ ገለ ዝበለኒ ብዛዕባኣ። ኣብ ዓድናስ ጥዑያትዶ ይበዝሑ ጽሉላት ምስ ተባህለስ ንተጸለልለይ ኣባ ዘንበቡ ሓዊስካ ዳኣ ጽሉላት ይበዝሑ ኢለዮም ኢሉኒ ዕድለኛ እያ። መብዛሕቲኡ እዋን ኣብ መወዳእታ መስርሕ ናይቲ ምዕራፍ ብዜማኣ ጌረ ኣንቢበያ ሕርክርኽ እንተላትኒ ክሳብ እቲ ዝኣምነሉ ውህደት ዝመጽእ ይቃለሳ። | 30.03 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 54 | 104 | 2605 | |
tir_train_000030 | ምእላይ እቶም ቴንዳታት ነቲ ትራምፕ ኣብቲ መዳጎኒ ስራሕቲ ምስፋሕ ክካየድ ዝሓንጸጾ መደብ ምትራፉ ዝገልጽ ድዩ ዝብል ሕቶ ዝቐረበሉ ዋይት ሃውስ ዝኾነ ርእይቶ ኣይሃበን። | 15.35 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 23 | 91 | 2605 | |
tir_train_000031 | ብኣተሓሳስባና ናብ ደቡብ ገጽና ምድፋእን እንተ ተኻኢሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ፖለቲካዊ ጥምረት ምፍጣር ከምኡ'ውን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ብምግባር ንኹሉ ዘሳትፍ ብልዝብ ዝተበጽሐ ፖለቲካዊ ፍታሕ ምርካብ ነቲ ኣቲናዮ ዘለና ኩነታት ከብቅዕ ዝሓጸረ መንገዲ'ዩ ኢልና ኢና ሓሲብና። | 23.02 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 38 | 102 | 2605 | |
tir_train_000032 | ኤርሚያስ ኣማረ ብሓፈሻ ናይታ ሃገር ፖለቲካዊ ጸገማት ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ዘይብሉ ሕገ መንግስቲ ምህለዉ እዩ ዝገልጽ። ቢቢሲ - ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ናትካ ምስሊ ብተደጋገሚ ሰብ ካብን ናብን ክቐባበለሉ ይረአ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ትግራይን መንግስቲ ፌዴራልን ዘሎ ምትሕርፋፍ ንምህዳእን ብዝዘርርብ ንምፍታሕን ዝኣለመ እዩ። | 26.32 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 48 | 105 | 2605 | |
tir_train_000033 | ነባሪት ደቡባዊት ከተማ ቤንጋሉሩ (ናይ ቀደም ባንግሎር) ዝኾነት ሳኒ ንኽልተ ዓመት ኣብ ሕጊ ክትሰርሕ ዝፀንሐት ኮይና ኣብ ታሕተዎት ኣብያተ ፍርዲ እታ ከተማ ግን ተርጓሚ ቋንቋ ክትጥቀም ኣይፍቀደላን ነይሩ። | 15.86 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 28 | 107 | 2605 | |
tir_train_000034 | ኩሉ ዓይነት መድሓኒት መዐገሲ ቃንዛ እውን ከይተረፈ ጎናዊ ሳዕቤናት ኣለዎ። ዋላኳ ምኽንያት ናይቲ ኩናት ባድመ እንተነበረት እቲ ምኽንያት ዶብ ኣይመስለንን። ኣብ በይሩት ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣለዋ ብዙሕ ፀገም ከኣ እዩ ዘጋጥመን። ሰራሕተኛታት ካብ ስራሕ ቦታ ናብ ቤቶም ዝምለስሉ ሰዓት ኣኺሉ ኣሎ። | 22.82 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 40 | 109 | 2605 | |
tir_train_000035 | ብኣጋኡ ዘጋጥም ንጽፈ-ጻግነ ብዙሕ ስምዒታዊ ለውጢታት የስዕብዩ። | 6.14 | 8cca5bacf8ff26fa | male | tir | read | 7 | 90 | 2605 | |
tir_train_000036 | ዕዳጋ ቃልሲ ከም ዝጸናሓካ እምበር ከም ኣዴኻ ዝለኣኸትካ ኣይኮነን። | 7.18 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 9 | 76 | 2605 | |
tir_train_000037 | ክሳድ ኪኸውን እንከሎ ክኣ መቕዘፊ-ጃልባ እዩ። | 5.61 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 6 | 76 | 2605 | |
tir_train_000038 | እቲ ወሳኒ ሕቶ ግና ከመይ ኣቢሉ'ዩ ዝኣልዮ ዝብል'ዩ። | 6.92 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 8 | 88 | 2605 | |
tir_train_000039 | ናብ ኣድያም ከይዱ ከኣ ሳለም በላ። | 5.15 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 6 | 71 | 2605 | |
tir_train_000040 | እወ ብሓቒ ኣብ ዘለናዮ ደው ኢልና። | 5.13 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 6 | 72 | 2605 | |
tir_train_000041 | "ኣብ ህይወተይ ከምኡ ገይሩ ዘሕዘነኒ ነገር ኣይነበረን" ይብል ሰላም። | 6.28 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 9 | 88 | 2605 | |
tir_train_000042 | "ብሰንኪዚ ድማ ንነብሰይ ፈጺመ ይቕረ ኣይክብላን እየ። "እቲ ቤተክርስትያን ኣብ ልዕሊ እታ ዝዓበየት ኣፍሪቃዊት ከተማ ሌጐስ ኣብ ከባቢ ኢኮቱን ከም ቤተ መቕደስ ጎቲክ ኰይኑ ይርአ። | 15.44 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 25 | 102 | 2605 | |
tir_train_000043 | ሄንሪ ኪሲንጀር ኣመሪካ ምስ ሕብረት ሶቭየት ነበርን ምስ ቻይናን ልኡም ዝኾነ ርክብ ንኽህልዋ ዝዓየየን ኣብ እዋን ኵናት ቬትናም ዝነበሮ ጽልዋ'ውን ካብ ቀንዲ ዘዘክርዎ ስርሓት'ዮም። | 15.95 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 24 | 99 | 2605 | |
tir_train_000044 | ህንዲ ዝርግሐ ናይቲ ለበዳ ንምዕጋት ምንቅስቓስ ዜጋታት ክግደብ ገይራ ጸኒሓ እያ። "ብቐሊሉ ነቲ ለበዳ ጠጠው ከብልዎ ምኸኣሉ ነይሮም ግን ከምኡ ኣይገበሩን" ኢሉ። ካብቶም ሓደሽቲ ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም ዝተረኸቡ ሰባት እቶም 8 ካብ ትግራይ እዮም። | 22.7 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 33 | 91 | 2605 | |
tir_train_000045 | ኣብ ገለ ገለ ከባቢታት ኢትዮጵያ "እቲ ለውጢ ኣብዚ ኣይበጽሐን" ዝብሉ ሓሳባት ምስመዖም ዝዛረቡ ፕሮፌሰር መረራ "በዚ እንተድኣቀጺልና ህዝቢ ተስፋ ከይቖርጽ ስግኣት ኣለኒ" ክብሉ ምልከትኦም ንቢቢሲ ኣካፊሎም። | 19.58 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 26 | 83 | 2605 | |
tir_train_000046 | ኣሌክስ ሩኣኒ "ኣብ ጆርናል ዝተሓተመ ሓደ ኣዝዩ ፍሉጥ ዝዀነ ጽሑፍ ኣብ ቡን ዝርከብ ካፈይን ነቲ ንጥዕናን ሓይልን ኣዕጽምትና ወሳኒ ዝዀነ ካልስዩም ስለዝጸልዎ ንጸገም ከቃልዓና ከምዝኽእል'ዩ ኣብቲ ጽሑፍ ተገሊጹ ዘሎ፤ እንተኾነ ተወሳኺ መጽናዕትታት የድልዮ'ዩ" ይብል። | 21.03 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 34 | 106 | 2605 | |
tir_train_000047 | ዜና ትንታነን ታሪኻትን ብቐጥታ ኣብ ዋትስኣፕ ንምርካብ ነዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ኣባል ቻነልና ኵኑ! መዛዘሚ መወዓውዒ ዋትስኣፕ ቻነል ሓንቲ ኣብ ዕድመ ሓምሳታት እትርከብ ዝምባብያዊት መምህር ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበረቶ ቃለ መሕተት ቅደሚ 30 ዓመታት ዳርጋ ኵሉ እቲ ዝኽፈላ ዝነበረ 380 ዶላር ዝምባብወ ንትሽዓተኦም የሕዋታ ትሰዶ ምንባራ ትሕብር። | 26.76 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 46 | 101 | 2605 | |
tir_train_000048 | ንሓደ ዓመት ዝኣክል ኣብ ሱዳን ድሕሪ ምጽናሕ ድማ ንኣሜሪካ ኣትየ። ካብ ኤርትራ ወጺእኻ ናብ ሱዳን ክትከይድ እንከለኻ ኩሉ ነገርዩ ዝቕየረካ። ብዙሕ ሽግራትዩ ኔይሩ ግን ብሓይሊ ኣምላኽ ኩሉ ተሰጊሩ'ሲ ረሲዕናዮ'ኳ ሕጂስ። ብዘይካ'ዚ ሰፊሕ ምፍንቓልን ምግሃስ መሰላትን ዝርከብዎ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላዉ ኣስዒቡ'ሎ። | 24.91 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 40 | 104 | 2605 | |
tir_train_000049 | ንሳ ሓሪቓ ነቲ ኣነ ዝብሎ ሓቂ ኣይኮነን ኢላ ክትጭርሕ ጀሚራ። | 7.78 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 10 | 79 | 2605 | |
tir_train_000050 | እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማታት ኣምቦ፣ ኣዳማን ሻሸመኔን ካልኦትን እዩ ተኻይዱ። ወርሓዊ መሃይኡን ካብ ሕርሻ ኮኮዋን ካሳቫን ዝረኽቦ እቶትን መዓት ኣጋይሽ የመሓድረሉሎ። እንተኾነ ግና ከም መጠን መራሒ ስድራ እቲ ዝዓበየ ሓላፍነት ኣብ ዝባኑዩ። | 21.92 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 33 | 96 | 2605 | |
tir_train_000051 | "ካባይ ጀሚርካ ዓዱ ዝጸልእ ሰብ የለን ምስ ስድርኡ ክትሓቛቆፍ ኩሉ እዩ ዝደልዮ፤ እንተኾነ እቲ ናይ ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ከይተቀየረ ዝኾነ መንእሰይ ናብ ኤርትራ ኣሚኑ ክኣቱ ኣነ ከም ሓንቲ ውልቀ ሰብ ኣይቅበሎን እየ" ትብል። | 16.02 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 33 | 125 | 2605 | |
tir_train_000052 | ኣብቲ "ብሉጽ ተርእዮታት" ሓቀኛታት ተኸታተልቲ ዛንታታት ገበን ኣጸጋሚ ገበናት ፈቲሖም፣ ብጌጋ ዝተኣስሩ ሰባት ነጻ ኣውጺኦም፣ ብመርመርትን ኣኽበርቲ ሕግን ንዝፍጸም ግጕይ ተግባር ኣቃሊዖም እዮም ይብል ፕሮፌሰር ጋንስ። | 18.87 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 26 | 83 | 2605 | |
tir_train_000053 | ህግደፍ ግን ገዛ ደቒ ስውኣት እንዳ ኣፍረሰ ገዛውቲ ህዝቢ እንዳ ኣፍረሰ ንዝሞቱ የኽብሮም እንተበል ትርጉም የብሉን ሓሶት ኢዩ። | 11.89 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 18 | 86 | 2605 | |
tir_train_000054 | ምኽንያቱ ካብ ቤት ትምህርትታት ጀሚሩ ዝግባእ ትኹረት ተዋሂብዎ ዝግባእ ምድላው ተገይርሉ ኣይስራሕን ዘሎ ክብል እንተለኹ ካብኡ ንለዓሊ ክኽበር ኣለዎ ማለት የ። | 14.06 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 21 | 91 | 2605 | |
tir_train_000055 | ኣፍቃሪኣ ምስ ፋይናንስ ብዝተሓሓዝ ዝሰርሖ ስራሕ ካብ ገዝኡ ኮይኑ እዩ ዘካይዶ። | 8.4 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 11 | 0 | 2605 | |
tir_train_000056 | እዚ ስምዒት ኣብ ህይወትና ኣብ ዝዀነ እዋን ከጋጥም ዝኽእል እዩ። | 6.22 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 10 | 0 | 2605 | |
tir_train_000057 | ዝያዳ ኮሊን ምውሳድ ካብ ምምሕያሽ ብቕዓት ኣእምሮ ጀሚሩ ክሳብ ምክልኻል ጸገማት ኒውሮዲቨሎፕመንት- ማለት ከም ካብ ውነ ምስሓት-ኣቓልቦ ምጕዳል ንዝኣመሰሉ ሰፊሕ ሓያል ጽልዋታት ክህልዎ ከም ዝኽእል ዝሕብሩ መርትዖታት ይቕልቀሉ ኣለዉ። | 21.45 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 29 | 0 | 2605 | |
tir_train_000058 | ብመሰረት ቻርተር ሕቡራት ሃገራትን ዓለምለኻዊ ሕግን ሶማሊላንድ ዘይትንጸል ኣካል መሬት ሶማልያ እያ። ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ መወዳእትኣ ወርሒ ታሕሳስ ብዛዕባቲ ኩነታት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሶማልያ ባዕላ እትርከበን ሓያሎ ኣባላት ሃገራት እስራኤል ንዝወሰደቶ ስጉምቲ ከም ዝቃወማ ገሊጸን ነይረን እየን። | 22.33 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 39 | 108 | 2605 | |
tir_train_000059 | ነቲ ኩባንያ ድማ ኣብ ዝርዝር "ዘየተኣማምን ኣካል" ኣእቲያቶ። | 5.91 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 8 | 83 | 2605 | |
tir_train_000060 | እቲ ፀገም ንምፍታሕ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣይተ መለስ ዜናውን ኃይለማርያም ደሰለኝን ፃዕርታት ይካየዱ እኳ እንተነበሩ ኢትዯጵያ ንውሳነ ክልቲአን ሃገራት ዝተሰማምዓሉ ውዕል ኣልጀርስ ክትትግብር ኣለዋ ብዝብል ቅዋም መንግስቲ ኤርትራ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ተዓንቂፉ ጸኒሑ ኣሎ። | 21.28 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 35 | 102 | 2605 | |
tir_train_000061 | ሽሙ ክዕቀብ ዝሓተተ በዓል ሞያ ድሕነትን ገበንን "እቲ ኲናት ኣብ ርእሲ'ቲ ኣብ ጸገም ዘሎ ቁጠባ እታ ሃገር ጸቕጢ ብምፍጣር ቍጽሪ ተመዛበልቲ ብዕጽፊ ክውስኽ ምኽንያት ክኸውን እዩ። ሓረስቶት ድማ ካብ ሕርሻኦም ከሰናኽሎም'ዩ" ክብል ንቢቢሲ ተዛሪቡ። | 20.27 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 34 | 107 | 2605 | |
tir_train_000062 | እቲ ጕጅለ ካብ 1975 ኣትሒዙ ካብ ዝእከብ ከኣ ንመጀመርታ ግዜ ዓሚ ከይተኣከበ አሕሊፍዎ። | 9.71 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 13 | 81 | 2605 | |
tir_train_000063 | ዶ/ር ሙሉ ነጋ ዋና ፈጻሚ ስራሕ ክልል ትግራይ ኮይኑ ከምዝተሸመ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ገሊጹ። ዶ/ር ሙሉ ነጋ ሓደ ኣባል መሪሕነት እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተመስረተ ውድብ ብልጽግና ትግራይ እዩ። እቲ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ንኣዋርሕ እናገደደ ዝኸይድ ዝነበረ ወጥሪ ናብ ዝኸፍአ መልክዑ ዓሪጉ ይርከብ። | 23.23 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 45 | 117 | 2605 | |
tir_train_000064 | እንተዀነ ነቲ ሓሽሽ ዘፍርዩ ዘለዉ ሓረስቶት ተጠቀምቲ ኣይኰኑን፤ ደላሎን ዕጡቓትን እዮም ዝረብሑሉ። እቶም ዝተረፉ ድማ ጋባ በሊዖም ክመሃሩ ይቃለሱ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዘሰናድኦ ጸብጻብ የመልክት። እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ተሃኒፁ ዳግም ኣገልግሎት ክጅምር ህዝቢ ኣኽሱም ብልዑል ሃንቀውታ ይፅበ። | 24.14 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 36 | 92 | 2605 | |
tir_train_000065 | ህዝቢ ትግራይ ብደቁ ዝኸፈሎ መስዋእትነት ብፕሮፖጋንዳ ጀግና እናበለ እቲ ሓቂ ግና ንባዕሉን ተኸተልቱን ህይወት እናፀረገ ፀኒሑ ዩ። | 12.44 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 17 | 82 | 2605 | |
tir_train_000066 | መሃያ ፈጸምቲ ስራሕ፣ ሚስጥራዊ ኢሜይላትን ካልኦትን ኣብ ኦንላይን ሰሊኾም ክወጽኡ እንከለው እቲ ኩባኒያ ኮምፒዩተራቱ ብቫይረስ እቶም ሰረቕቲ ስለ ዝተጠቕዐ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ። | 14.36 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 23 | 92 | 2605 | |
tir_train_000067 | እቲ ቅድሚ 200 ዓመት ካብ ደቀንስትዮ ዝተረኽበ ውጽኢት ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ንዝርከባ ኣደታት ክውክል ይኽእል ድዩ? "ዘመናዊ ስርዓታት ክንክን ጥዕና ድልዱል ኣብ ዘይነበረሉ እዋን ነዚ ኣብ ግምት ምእታው ኣገዳሲዩ" ይብል ዶክተር ያንግ። | 19.82 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 34 | 109 | 2605 | |
tir_train_000068 | ድርቂ ድማ ኻልእ ትርጉም የብሉን፤ ብሰንኪ ሕጽረት ማይ ዝመፅእ ሳዕቤን'ዩ"። ዛዕባ ናይል ጉዳይ ፖለቲከኛታትን መራሕትን ምዃኑ እቲ ጸገም ዝተሓላለኸ ይገብሮ ይብል ኣይተ ወንድወሰን። "ጸገም ኣባይ ዘጉልሖ ኣረኣእያ ፖለቲከኛታት'ዩ። | 19.1 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 28 | 98 | 2605 | |
tir_train_000069 | እቶም ኣዳለውቲ እቲ መዝገበ ቃላት ትማሊ ረቡዕ እታ ቃል ብቕጽበት ኣብ ዲጂታላዊ ሕታም ናይቲ መዝገበ ቃላት ከም ዝኣቱን ኣብ ዝቕጽል ኣብ ዝሕተም መጽሓፍውን ከም ዝወጽእ ኣፍሊጦም። | 14.72 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 26 | 110 | 2605 | |
tir_train_000070 | ብሓቂ ክርአ ከሎ ብኽያት ካልኦት ኣብ ልዕሌና ኣብ ዝህልዎም ኣረኣእያ ክጸልዎ ከም ዝኽእል ገለ መርትዖታት ኣሎ። | 10.46 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 16 | 92 | 2605 | |
tir_train_000071 | እቲ 'ካፕኮም' ካፕሱል ኮሚዩኒኬሽን ዝብል ቃል ኣብ ምርምር ህዋ ኣብ ሞንጎ ክፍሊ ምቁጽጻር በረራን ተመራመርቲ ህዋን ንዝህሉ ርክብ ዝከታተልን ዘፈጽምን በዓል ሞያ እዩ። | 15.32 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 23 | 98 | 2605 | |
tir_train_000072 | ንግዲ ወፃኢ ንምቅልጣፍ እዩ ዋጋ ብር ክንክይ ዝተገብረ፤እቲ ናይ መወዳእታ ሽቶኡ ድማ ናብ ደገ ንሰዶ ምህርቲ ምስቲ ካብ ደገ ነእትዎ ንምስናይ እዩ ነይሩ ኢሎም ኣይተ ሳሙኤል። | 18.26 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 26 | 86 | 2605 | |
tir_train_000073 | ኢትዮጵያ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝተረኸበላ፣ ጥንታዊ ስልጣነ፣ ባህልን ታሪኽን ዘለዋ ኮይና ብዛዕባ ጥንታዊ ስልጣነ ዝገልፁ ኣብ ልዕሊን ትሕትን ምድሪ በዙሓት መረዳእታታት ዝርከበላ ያ። | 14.96 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 23 | 92 | 2605 | |
tir_train_000074 | ወዲ 54 ዓመት ጠበቓ ሰባዊ መሰላት ዝነበረ ዱማ ቦኮ ብወገኑ "ሎሚ ዝተፈጸመ ነገር ንደሞክራሲና ናብ ዝለዓለ ደረጃ ዘበርኽ እዩ። እዚ ማለት ዕዉት ሰላማዊን ስነስርዓት ዝመልኦን ደሞክራስያዊ ምስግጋር ተዓዚብና ኣለና"። | 18.08 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 29 | 96 | 2605 | |
tir_train_000075 | ወዲ 23 ዓመት ኩርቲስ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት ጥሪ ኣባል እታ 'ንብዙሓት መናእሰይ ብኣሻሓት ፓውንድ ኣብ ዝግመት ዕዳ ኣጥሒላ' ተባሂላ እትኽሰስ ዘላ ቤተክርስትያን ውሽጣዊ ተኣማኒ ነይሩ። | 16.42 | c4c5bb66626a339e | male | tir | read | 25 | 0 | 2605 | |
tir_train_000076 | እታ ጸሓፊት ኣብ ርእሰ ከተማ ትግራይ መቐለ ኣብ ዝነበራ ዑደት ግዳያት ጾታዊ መጥቃዕቲ ዝርከባሎም ማእከላት ክትዕዘብ እንከላ እቲ ኲናት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዘብጽሖ ግፍዕን በደልን ከምኡውን ስነ ልቦናዊ ጉድኣት ንምቕራፍ እቲ ውድብ መፍትሒ ከም ዝእልሽን ሓገዝ ከም ዝገብርን ተዛሪባ። | 22.67 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 40 | 104 | 2605 | |
tir_train_000077 | "ነበርቲ ብሰንኪ ዘለዎም ፖለቲካዊ ምትእስሳር ዒላማ ከም ዝዀኑ ይኣምኑ፣ እዚ ድማ ን (ሞይስ)ን ፖለቲካዊ ሰልፉን ኣብ ምርጫ ደገፍ ንምርካብ ጻዕሪ ገይሮም" ብዝብል ከም ዝዀነን "ጂ-9 ምስ ምምሕዳር ሞይስን (ሃገራዊ ፖሊስ ሄይቲን) ርክብ ከም ዘለዎ ይንገር" ይብል። | 24.38 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 36 | 82 | 2605 | |
tir_train_000078 | ካብዚኦም ሓደ ወዲ 24 ዓመት ኒውዚላንዳዊ መራሒ በጻሕቲ ዓዲ ከም ዘሎ ተገሊጹ። | 8.47 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 12 | 79 | 2605 | |
tir_train_000079 | ሣልሳይ፦ ክሳዕ ሎሚ መምህር እናተባህለ ነይሩስ ሕጂ ኣብ ክርስቶስ ይመሃር ኣሎ ከይብልዎ ውዳሴ ኸንቱ ስለ ዝደለየ እዩ። | 10 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 17 | 91 | 2605 | |
tir_train_000080 | እዚ ምሕጽንታ እዚ ኣብታ ዕለት መጽአ እናጸበባ መዓልቲ መጽአ እናዓረባ እትኸይድ ዘላ ሃገርና- ሃገረ ኤርትራ ናይ እንርከብ ዘሎና አሕዋትኩም ምሕጽንታ ኢዩ። | 13.62 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 21 | 93 | 2605 | |
tir_train_000081 | ናይዚ ዕለት ሓሙስ ካብ ካልኦት ሓሙሳትን ዕለታትን ፍልይ ዘብላን እንታይ ዩ እንተይልና ድማ ብፍላይ ብመንፅር ተኸተልቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ክንርኢ ከለና ኣብ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ውሽጢ ካብ ዘለው ሸውዓተ ምስጢራት ምስጢረ ቁርባን ዝተገለፀሉ፣ብስርዓት ሕፅበት እግሪ ኣቢሉ ድማ ምክብባርን ተገልገልቲ ትሕት ኢልካ ምግልጋል ከምዝግባእን ካልኦት ዓብይቲ ትምህርትታት ዝተወሃበላ ዕለት ከምዝኾነት ካብዚ ብታሕቲ ይግለፅ። | 25.7 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 50 | 117 | 2605 | |
tir_train_000082 | እዚ ከኣ ልቦናና ካብ ቂም በቀል፣ ክፍኣትን ተንኮልን፣ ካብ ዝሙት ካብ ካልእ ዝተፈላለየ ክፋእ ተግባራት ንጹህ ምግባርናን ዘይምግባርን ክንምምር ይግበኣና። | 13.34 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 20 | 91 | 2605 | |
tir_train_000083 | እዚ ናይ ሕጂ ውግእ ግን እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። | 6.53 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 10 | 93 | 2605 | |
tir_train_000084 | መንግስቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግምት እንከይኣእተወ ዝወስዶም ዝነበረ ስጉምታት ሕጊ ከም ምኽባር ገይሩ ይወስዶም ስለዝነበረ እምበር መንግስቲ ልዕልና ሕጊ ንምኽባር ግቡእ ስራሕቲ የካይድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። እዚ መደብ እዚ ኣብ መስከረም ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ክምረቕ ኰይኑ መንበሩ ድማ ካብ ኒውዮርክ ናብ ኪጋሊ ሩዋንዳ ብምዝውዋር ንኢትዮጵያን ኣብ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ስርሑ ከካይድ እዩ። | 30.02 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 58 | 128 | 2605 | |
tir_train_000085 | "ከም ህጻን ክዓቢን ከም ህጻን ክድቅስን ስለ ዝደለኹ ከም ህጻንውን ክበልዕ እየ ወሲነ። ጽቡቕ ተሰሚዑኒ ጽቡቕ ድማ ኰይነ። "End of content ጸባ ጡብ ምስታይ ንኣካላት መንእሰያት ረብሓ ኣለዎ እዩ ዝብል ሳይንሳዊ መርትዖ ከም ዘየሎ ተመራመርቲ ይዛረቡ። | 19.83 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 36 | 107 | 2605 | |
tir_train_000086 | እዚ ርእይቶ ትራምፕ ብጐስጓስ መነሓንሕቱ ካምላ ሃሪስ ብኢሻራዊ ኮሚቴ ኣይሁድ-ኣመሪካውያንን ብሊግ ጸረ-ጸለመን ተዀኒኑዩ። | 14.64 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 13 | 66 | 2605 | |
tir_train_000087 | ብብዝሒ ዝተነበ ኣየርላንድ ካብ 1994 ጀሚራ ኣብታ ሃገር ኤምባሲ ክትኸፍት እንከላ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ቀዋሚ ዘይኮነ መንበር ኣለዋ። እቶም ናብ ኣዲስ ኣበባ ገጾም ይግስግሱ ምህላዎም ዝገልጹ ሓይልታት ትግራይ ድማ ካብ ኣዲስ ኣበባ 200 ኪሎ ሜትር ርሒቖም ምህላዎም ይሕብሩ። መንግስቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ሃገሩ ደጋዊ ጸቕጥን ምትእትታው ሃገራት ምዕራብን ከም ዝበዝሓን ዝተዋደደ ጎስጓስ ሚዲያታት ይካየደላ ከም ዘሎን ይገልጽ። | 29.91 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 60 | 131 | 2605 | |
tir_train_000088 | ብተወሳኺ ናይ ተተካእትን ንኽክፈሉ መሰል ዘለዎምን ኣብ ከይዲ ምፅራይ እንትኸውን፣ እቶም ዝግበኦም ፋይሎም ኣብዝርከበሉ ናብ ቤት ፅሕፈት ጨንፈራት እቲ ምምሕዳር ብምቕራብ ከመልክቱን ሓበሬታ ኣብ ዝፃረየሉ ምትሕብባር ክገብሩ ይግባእ። | 17.44 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 28 | 101 | 2605 | |
tir_train_000089 | እተን ኣብ 2019 ተጸዋዕነተን (ተሓታትነተን) ናብቲ በቲ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ዝፈረሰ ክልላዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ ዝተሰጋገራ ኩባንያታት ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ዒላማ ናይቲ ናይ ምህጋር ስጉምቲ ከምዝኾና እቲ ጠቕላሊ ኣኽባር ሕጊ ገሊጹሎ። | 21.36 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 33 | 96 | 2605 | |
tir_train_000090 | ዶክተር ማርጋሬት'ውን "ብዙሓት ሰባት ንክታበት ዘለዎም ርድኢት ዳርጋ ኣብ ሆሊውድ ዝተለመደ ኣፈጻጽማ'ዩ። ኣብ ውሽጢ ናይ ክልተ ሰዓት ፊልም ተመራመርቲ ተጓይዮም ወዲኦም ዘሐጉስ ፍጻመ ዘርእዩዎ ዝመስሎም ውሑዳት ኣይኮኑን። ተመራመርቲ ግን ንባዕሎም መርፍእ ወጊኦም ኩላትና ክንድሕን ኢና ዝብሉ 'ብራድ ፒት' ኣይኮኑን" ኢላ። | 24.07 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 40 | 103 | 2605 | |
tir_train_000091 | ሓደ ሓደ ካብቲ ድልድል ንድሕሪት ክምልስዋ ይፅዕሩ ኣለዉ፣ ካልኦት ድማ እቲ ድልድል ሰቢሮም ናብ ገደል ከእትውዋ ይፅዕሩ። | 9.54 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 17 | 109 | 2605 | |
tir_train_000092 | እዚ ድማ ጸጥታዊ ምትሕብባር ብምብራኽ ንዝሓየለ ዲፕሎማስያውን ቁጠባውን ምትእስሳር መንገዲ ክጸርግ ከምዝኽእልን ይንገር። ብዘይካዚ እቲ ተመራማሪ ካብ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ዘይክፈሎ ዕረፍቲ ከም ዝርከብ ሓቢሩ። እቲ ቤት ፍርዲ ነቶም ዝተረፉ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዩክረይን ሎሚ ክፈርዶም ትጽቢት ኣሎ። ``ቁጽሪ ታንክታት ሩስያ ኣብቲ ናይ ሓባር ዶባት ብሰለስተ ዕጽፊ ወሲኹ`` ኢሉ ፕሬዚደንት ፖሮሼንኮ። | 28.14 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 52 | 118 | 2605 | |
tir_train_000093 | በዚ መገዲ ተወዲበን ኣብ ኢትዮጵያ ዝንቀሳቐሳ ሰልፊታት ብዙሓት እየን። | 5.91 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 9 | 93 | 2605 | |
tir_train_000094 | "ከም ሃገር ሰላምን ምርግጋእን እንተዘይሃልዩ ኣብ ክልልካ ስለዝተመደብኻ ጥራሕ ሰላም ኣለካ ማለት ኣይኮነን። ንሃገርና ሰላም ክንገብራ እንተዘይኽኢልና ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ፣ ክንብተን፣ ክንጠፋፋእ ኢና ማለትዩ። ሕዚ ግና ህዝብን መንግስትን እቲ ተፈጢሩ ዝነበረ ኩነታት ንምዕራይ ይሰርሕ'ዩ ዘሎ። ስለዚ ተምሃሮና ኣብ ኩሉ'ዮም ክምደቡ" ብምባል የስምርሉ። | 23.36 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 42 | 116 | 2605 | |
tir_train_000095 | ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ግና እቲ ተፈጢሩ ዘሎ ማዕበላዊ መልከፍቲ ብክልቲኦም ዓሌታት ከምዝኾነን ኣብቶም ደኺሞም ዝጸንሑ ሰራሕተኛታት ጥዕናን ስርዓት ጥዕናን ከቢድ ሃስያ ከምዘውርድ ኣጠንቂቑ። | 13.75 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 23 | 110 | 2605 | |
tir_train_000096 | "በዚ ምኽንያት ከኣ ህዝቢ ንኽፈልጠለይ ብቪድዮ መልእኽቲ ክዝርግሕ ተገዲደ" ኢላ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበራ ጻንሒት። ክንቀሳቐሱ እንከለዉ ኣብ መንጐኦም ዝፍጠር ፍሕፍሐ ምግጫው ወይ ምንሽርታት ምንቅጥቃጥ መሬት ወይ እሳተ ጐመራ የስዕብ። ንሃገራት ሶማልያ ምብራቕ ኢትዮጵያ ኬንያ ሞዛምቢክ ማዳጋስካርን ካልኦት ሃገራትን ዝሓቊፍ ቀጸላ ድማ ሶማልያዊ ቀጸላ ይበሃል። | 28.1 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 45 | 94 | 2605 | |
tir_train_000097 | ቶሜ ዝተበሃለ ኣብ ኣንጎላ መንግስታዊ ቲቪ ቻነል ቲፒኤ ጋዜጠኛ ስፖርት ብዛዕባ ፖለቲካዊ መልክዕ እታ ሃገርን ሕጹያት ፕረዚደንት ክኾኑ ዝኽእሉን ሓበሬታ ብምእካብ ከምኡውን ምስቲ ጽልዋ ተፈጢሩ ዝበሃል ስርሒት ዝተኣሳሰር ትሕዝቶ ንምፍራይን ንምሕታምን ብምሕጋዙ ይኽሰስ። | 22.2 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 33 | 92 | 2605 | |
tir_train_000098 | ካብ ሓጺንን ከውሕን ዝተሰርሐ ከምዝዀነ ድማ ይእመን። | 4.59 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 7 | 95 | 2605 | |
tir_train_000099 | እስላማዊ ነዊሕ ክዳን - ዕባያ - ዝለበሳን መጎልበቢ ርእስን ገጽን - ሕጃብ - ናይ ዝገበራ ደቀንስትዮ ምስተን ሓጺር ክዳን (ጎና) ዝገበራ ናይ 1950ታትን 60ታትን ዘነጻጽር ስእልታት ደቂኣንስትዮ ሰሜን ኣፍሪቃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክዝርግሑ ይርኣዩ። | 21.81 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 34 | 89 | 2605 | |
tir_train_000100 | ንሱ ኣስዒቡ "ናይ መወዳእታ ዓርከይ ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን እዩ ተበጊሱ" ይብል። | 6.83 | 0701d9d07e4a6a2e | male | tir | read | 11 | 99 | 2605 |
Phonetico Speech
v2605 · Tigrinya · 14.7 hours · CC-BY-4.0
Phonetico Speech is a speech corpus for automatic speech recognition (ASR) in Ethiopian languages. Each language is available as a separate config. Load only what you need. v2605 contains 14.7 hours of transcribed Tigrinya audio.
This dataset is part of a long-term effort to build foundational speech technology for Ethiopian languages.
Dataset Summary
| Language | Tigrinya (tir, ISO 639-3) |
| Script | Ge'ez (Ethiopic) |
| Total duration | 14.7 hours |
| Splits | Train / Dev / Test |
| Speakers | 161 unique speakers (speaker-disjoint splits) |
| Audio format | WAV, 16 kHz, 16-bit, mono |
| License | CC-BY-4.0 |
| Version | v2605 |
Data Fields
Each row corresponds to one audio segment.
| Field | Type | Description |
|---|---|---|
segment_id |
string | Unique identifier (e.g., tir_train_000001) |
audio |
Audio | Audio waveform, 16 kHz mono |
text |
string | Transcription in Ge'ez (Ethiopic) script, normalized |
duration_s |
float | Duration in seconds |
speaker_id |
string | Anonymized speaker identifier (HMAC-SHA256, 16 hex chars) |
gender |
string | male / female |
language |
string | ISO 639-3 code (tir) |
domain |
string | Source domain (read) |
word_count |
int | Number of words in text |
speech_rate_wpm |
float | Speaking rate in words per minute |
version |
string | Dataset version in which the segment was introduced |
Data Splits
| Split | Duration | Segments | Speakers |
|---|---|---|---|
train |
11.7 h | 3,393 | 137 |
dev |
1.5 h | 398 | 12 |
test |
1.5 h | 387 | 12 |
Speaker-disjoint. Gender-stratified. Test split is frozen across versions.
Versioning Policy
Phonetico Speech uses sequential version numbers in YYMM format (e.g., v2605 = May 2026). Each version is a complete snapshot of the corpus, tagged in the repository. Version numbers encode the release date and are strictly sequential. A higher number is always a newer release.
Any release may add new languages, expand existing languages, or correct transcription errors. The changelog documents what changed in each version.
Every metadata row includes a version field indicating when that segment was introduced. Prior versions are accessible via git tags:
ds = load_dataset("phoneticoai/phonetico-speech", "tir", revision="v2605")
Languages
| Language | ISO 639-3 | Status |
|---|---|---|
| Tigrinya | tir | Available |
| Amharic | amh | Planned |
| Afaan Oromo | orm | Planned |
Each language is a separate config. Load only the language you need.
Ethical Considerations
Speaker Consent and Compensation
All audio in this release was collected under explicit informed consent, with speakers aware that their recordings would be used for speech technology development and released publicly under CC-BY-4.0. Contributors were compensated for their work.
Data Sovereignty
Phonetico operates on a consent-first data sovereignty model. Speakers retain the right to request removal of their CC-BY-4.0 contributions. Removal requests are honored in the next release, with affected segment IDs documented in the changelog.
Bias and Representation
At 14.7 hours, this dataset does not claim to represent the full diversity of Tigrinya speech.
This release is predominantly read speech. Conversational and spontaneous speech will be added in future versions.
Intended Use
This dataset is intended for:
- Training and evaluating Tigrinya ASR systems
- Cross-lingual speech and translation research
- Linguistic research on Tigrinya
- Benchmarking ASR methods
This dataset is not intended for speaker identification, surveillance, or any application that attempts to re-identify anonymized speakers.
How to Use
With Hugging Face Datasets
from datasets import load_dataset
# Load a specific language
ds = load_dataset("phoneticoai/phonetico-speech", "tir", split="train")
# Pin to a specific version
ds = load_dataset("phoneticoai/phonetico-speech", "tir", split="train", revision="v2605")
# Access a sample
sample = ds[0]
audio = sample["audio"]
transcript = sample["text"]
Citation
If you use this dataset in your research, please cite:
@misc{phonetico-speech,
title = {Phonetico Speech: A Speech Corpus for Ethiopian Language ASR},
author = {Feyissa, Solen},
year = {2026},
url = {https://huggingface.co/datasets/phoneticoai/phonetico-speech},
note = {v2605}
}
License
This dataset is released under the Creative Commons Attribution 4.0 International License.
You are free to share and adapt this dataset for any purpose, including commercial use, provided you give appropriate credit.
Contact
- Organization: Phonetico
- Website: https://phonetico.ai
- Email: data@phonetico.ai
- Issues: Hugging Face discussion tab
See CHANGELOG.md for version history.
- Downloads last month
- 55