Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,300
am_tg
በዚህ ጊዜ ውስጀ ይሚጋጋል።
ብሓቂ ኾም ዜህድኣኒ ዀይኑ እዩ ዚስምዓኒ።
4,301
tg_am
ብሓቂ ኾም ዜህድኣኒ ዀይኑ እዩ ዚስምዓኒ።
በዚህ ጊዜ ውስጀ ይሚጋጋል።
4,302
am_tg
ወላጆቜ ተገቢ በሚሆንበት ጊዜ፣ አንድ ዓይነት መመሪያ ወይም ውሳኔ ያስተላለፋቜሁበትን ምክንያት ለልጆቻቜሁ ንገሯ቞ው።
ኣድላዪ ኪኞውን ኚሎ፡ ሓደ ሕጊ ዘውጻኣካሉ ወይ ሓደ ውሳነ ዝገበርካሉ ምኜንያት ንውሉዳትካ ግለጞሎም።
4,303

4,304
am_tg
በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኝ ልጃቜሁ ስለ ጉዳዩ ያላቜሁ አመለካኚት ግልጜ ኚሆነለት ኚልቡ ለመታዘዝ ሊነሳሳ ይቜላል።
ውሉድካ ብዛዕባ እቲ ጕዳይ እንታይ ኹም እትሓስብ እንተ ተሚዲእዎ፡ ብፍታው ልቢ ኺእዘዘካ ኺድሚኜ እዩ።
4,305

4,306
am_tg
ዚአራት ልጆቜ አባት ዹሆነው ባሪ እንዲህ ብሏልፊ ምክንያታቜሁን መግለጻቜሁ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኙ ልጆቻቜሁ እንዲተማመኑባቜሁ ያደርጋልፀ ምክንያቱም ውሳኔ ዚምታደርጉት እንዳሰኛቜሁ እንዳልሆነ ወይም ሐሳባቜሁን ዝም ብላቜሁ እንደማትለዋውጡ ኹዚህ ይልቅ ምክንያታዊ እንደሆናቜሁ መመልኚት ይቜላሉ።
ኣርባዕተ ቘልዑ ዘዕበዹ ባሪ፡ ንመንእሰያት ምኜንያታት ምስ ዚንገሮም፡ ውሳነታትካ ብሃውሪ ዚግበር ወይ ፊን ኹም ዝበለካ ዚለዋወጥ ዘይኰነስ፡ ሚዛናዊ ምዃኑ ስለ ዚግንዘቡ፡ ኪኣምኑኻ ይሕግዞም እዩ ይብል።
4,307

4,308
am_tg
በተጚማሪም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኙ ልጆቜ ዚማሰብ ቜሎታ቞ውን ተጠቅመው ወደ ጉልምስና እያደጉ መሆኑን አስታውሱ።
መንእሰይ ናይ ርእሱ ኣእምሮ ዘለዎ በጜሒ ንምዃን ይበስል እዩ ዘሎ።
4,309

4,310
am_tg
ባሪ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኙ ልጆቜ በስሜት ሳይሆን በምክንያት ላይ ዹተመሠሹተ ጥሩ ውሳኔ ማድሚግን መማር አለባ቞ው ብሏል።
ብዛዕባ እዚ ኞኣ ባሪ፡ መንእሰያት ኣብ ስምዒት ዘይኰነስ፡ ኣብ ምኜንያት ተመርኲሶም ናይ ልብምና ውሳነታት ምግባር ኪምሃሩ ኣለዎም ኢሉ ገሊጹ ኣሎ።
4,311

4,312
am_tg
በጉርምስና ዕድሜ ላይ ዹሚገኘው ልጃቜሁ አንድን ውሳኔ ያደሚጋቜሁበትን ምክንያት በትሕትና ስትገልጹለት፣ ወደ ጉልምስና እያደገ መሆኑን እንደተገነዘባቜሁ ማስተዋል ይቜላልፀ እንዲሁም ዚማሰብ ቜሎታውን ተጠቅሞ ዚራሱን ውሳኔ ማድሚግን ይማራል።
ንውሳነታትካ ዚኾውን ምኜንያታት ብትሕትና ኜትገልጜ ኚለኻ፡ መንእሰይ ውሉድካ ናብ ብስለት ይዓቢ ኾም ዘሎ ኣሚንካ ምህላውካ ይፍለጩ እዩ፣ ውሳነታቱ ብኣእምሮኡ ተጠቒሙ ኺገብር ኹም ዘለዎ እውን ይምሃር እዩ።
4,313

4,314
am_tg
መንፈስ ቅዱስ በተለያዩ መንገዶቜ ሊቀርጾን ይቜላል።
መንፈስ ቅዱስ ብሓያሎ መገድታት ይቐርጾና እዩ።
4,315
tg_am
መንፈስ ቅዱስ ብሓያሎ መገድታት ይቐርጾና እዩ።
መንፈስ ቅዱስ በተለያዩ መንገዶቜ ሊቀርጾን ይቜላል።
4,316
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዚክርስቶስን ዓይነት ባሕርያት እንድናዳብር ይሚዳናልፀ ኚእነዚህ ባሕርያት መካኚል ዹአምላክ መንፈስ ፍሬ ገጜታዎቜ ይገኙበታል።
ንኣብነት፡ ኹም ናይ ክርስቶስ ዝበለ ባህርያት ኚነማዕብል ይሕግዘና እዩ፣ እዚ ባህርያት እዚ ድማ ንእተፈላለዚ መዳያት ፍሹ መንፈስ ኣምላኜ ዚጠቓልል።
4,317

4,318
am_tg
ኚመንፈስ ፍሬ ገጜታዎቜ አንዱ ፍቅር ነው።
ሓንቲ ኻብቲ እተፈላለዚ መዳያት እቲ ፍሹ ኞኣ ፍቕሪ ኜትጥቀስ ይኚኣል።
4,319

4,320
am_tg
አምላክን እንወደዋለንፀ እንዲሁም ዹአምላክ ትእዛዛት ኚባዶቜ እንዳልሆኑ ስለምንገነዘብ እሱን መታዘዝና በእሱ መቀሚጜ እንፈልጋለን።
ንሕና ንኣምላኜ ነፍቅሮ ኢና፣ ትእዛዛቱ ኞቢድ ኹም ዘይኰነ ስለ እንፈልጥ ድማ፡ ክንእዘዞን ብእኡ ኜንቅሚጜን ንደሊ ኢና።
4,321

4,322
am_tg
በተጚማሪም ይህ ዓለምም ሆነ ዚሚያሳድሚው መጥፎ መንፈስ እንዳይቀርጞን ዚመንፈስ ቅዱስ እርዳታ ያስፈልገናል።
ነቲ ዓለምን እቲ ኜፉእ መንፈሳን ንምቕራጜና ዜሕድሮ ጜልዋ ምእንቲ ኜንጻሚሮ እውን፡ መንፈስ ቅዱስ ብርታዐ ኺህበና ይኜእል እዩ።
4,323

4,324
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ ወጣት በነበሚበት ጊዜ ዚሃይማኖት መሪዎቹ ዚትዕቢት ዝንባሌ ኹፍተኛ ተጜዕኖ አሳድሮበት ነበርፀ ይሁንና መንፈስ ቅዱስ አመለካኚቱን እንዲለውጥ ሚድቶታልፀ ኹጊዜ በኋላ ጳውሎስ ኃይልን በሚሰጠኝ በእሱ አማካኝነት ለሁሉም ነገር ዹሚሆን ብርታት አለኝ ሲል ጜፏል።
እቲ ብንእስነቱ ብመንፈስ ትምክሕቲ መራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ኣጞቢቑ ተጞልዩ ዝነበሹ ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ጞኒሑ፡ በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኜእሎ እዚ ኢሉ ኺጜሕፍ ክኢሉ እዩ።
4,325

4,326
am_tg
እኛም እንደ ጳውሎስ፣ ይሖዋ መንፈስ ቅዱስ እንዲሰጠን አዘውትሚን እንጠይቀው።
ስለዚ፡ ኹም ጳውሎስ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪውሃበና ብቐጻሊ ንለምን።
4,327

4,328
am_tg
ይሖዋ ዚዋሆቜ ዚሚያቀርቡትን ልባዊ ልመና ይሰማል።
ዹሆዋ ነቲ ዓቃላት ብትሕትና ዜቕርብዎ ልማኖ ዕሜሜ ኣይብሎን እዩ።
4,329

4,330
am_tg
በአገልግሎት ዹተለዹ ቅንዓት እንዳለህ ይሰማሃል?
ኣብ ኣገልግሎት ካብ ንቡር ሓለፍ ዝበለ ቕንኣት ኣሎካዶ፧
4,331
tg_am
ኣብ ኣገልግሎት ካብ ንቡር ሓለፍ ዝበለ ቕንኣት ኣሎካዶ፧
በአገልግሎት ዹተለዹ ቅንዓት እንዳለህ ይሰማሃል?
4,332
am_tg
ዹአምላክን ጥልቅ ነገሮቜ መቆፈር ዚሚያስደስትህ ትጉ ዹአምላክ ቃል ተማሪ ነህ?
ንመዓሙቝ ኣምላኜ ምምርማር እትፈቱ ንፉዕ ተምሃራይ ቃል ኣምላኜ ዲኻ፧
4,333

4,334
am_tg
በአገልግሎትህ ዹይሖዋን ልዩ በሚኚት እንዳገኘህ ይሰማሃል?
ኣብ ኣገልግሎትካ ፍሉይ በሚኞት ዹሆዋ ርኢኻ ዲኻ፧
4,335
tg_am
ኣብ ኣገልግሎትካ ፍሉይ በሚኞት ዹሆዋ ርኢኻ ዲኻ፧
በአገልግሎትህ ዹይሖዋን ልዩ በሚኚት እንዳገኘህ ይሰማሃል?
4,336
am_tg
ዹይሖዋን ፈቃድ ለማድሚግ ኹፍተኛ ፍላጎት አለህ?
ፍቓድ ዹሆዋ ንምግባር ብርቱዕ ባህጊ ኣሎካዶ፧
4,337
tg_am
ፍቓድ ዹሆዋ ንምግባር ብርቱዕ ባህጊ ኣሎካዶ፧
ዹይሖዋን ፈቃድ ለማድሚግ ኹፍተኛ ፍላጎት አለህ?
4,338
am_tg
ሌሎቜን በመንፈሳዊ ዚመርዳት ኃላፊነት እንዳለብህ ኚልብ ይሰማሃል?
ንኻልኊት ብመንፈሳዊ መገዲ ንምሕጋዝ ኣብ ውሜጥኻ ሓላፍነት ይስምዓካ ድዩ፧
4,339

4,340
am_tg
በሕይወትህ ውስጥ ዹይሖዋን እጅ እንዳዚህ ዚሚያሚጋግጥ ማስሚጃ ተመልክተሃል?
ዹሆዋ ብብሕቲ ኣብ ህይወትካ ጣልቃ ኾም ዝኣተወ መርትዖ ርኢኻ ዲኻ፧
4,341

4,342
am_tg
ለእነዚህ ጥያቄዎቜ በልበ ሙሉነት አዎ ዹሚል መልስ ዚምትሰጥ ኹሆነ ሰማያዊ ጥሪ አለህ ማለት ነው?
ነዘን ሕቶታት እዚአን እወ ኢልካ እንተ መሊስካ፡ ሰማያዊ ጜውዓ ኣሎካ ማለት ድዩ፧
4,343

4,344
am_tg
አይደለም።
ኣይኰነን።
4,345
tg_am
ኣይኰነን።
አይደለም።
4,346
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ፧
4,347
tg_am
ስለምንታይ፧
ለምን?
4,348
am_tg
ምክንያቱም እንዲህ ያለ ስሜት ዹሚሰማቾው ሰማያዊ ጥሪ ያላ቞ው ሰዎቜ ብቻ አይደሉም።
ምኜንያቱ፡ እዚ ስምዒታት እዚ ነቶም ሰማያዊ ጜውዓ ዘለዎም ጥራይ ዚስምዖም መንፈስ ዹሆዋ ኣብቶም ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ኪነብሩ ተስፋ ዘለዎም እውን ብማዕሚ ይዓዪ እዩ።
4,349

4,350
am_tg
ዹይሖዋ መንፈስ በምድር ላይ ለዘላለም ዹመኖር ተስፋ ባላ቞ው ሰዎቜ ላይም በእኩል ደሹጃ ይሠራል።
ኹም ሓቂ እኳ ደኣስ፡ ሰማያዊ ጜውዓ ተቐቢለ ደዀን እኞውን፧
4,351

4,352
am_tg
እንዲያውም ሰማያዊ ጥሪ እንዳለህ ጥያቄ ዚሚፈጠርብህ ኹሆነ ይህ በራሱ እንዲህ ዓይነት ጥሪ እንዳላገኘህ ያሳያል።
ኢልካ ትሓስብ እንተ ኣሊኻ፡ እዚ ንባዕሉ ነቲ ጜውዓ ኾም ዘይተቐበልካ እዩ ዚሕብር።
4,353

4,354
am_tg
ዚያዕቆብ ደብዳቀ፣ ክርስቲያኖቜ ያላ቞ው እውነተኛ እምነት፣ ተግባርንም እንደሚጚምር ይገልጻል።
መልእኜቲ ያእቆብ ናይ ሓቂ ክርስትያናዊት እምነት ብግብሪ ኜትርአ ኾም ዘለዋ ትገልጜ እያ።
4,355

4,356
am_tg
ያዕቆብ እምነትህን ኚሥራ ለይተህ አሳዚኝፀ እኔ ደግሞ እምነ቎ን በሥራ አሳይሃለሁ በማለት ጜፏል።
እምነትካ ብዘይ ግብሪ ኣርእዚኒ፡ ኣነ እውን ብግብሚይ ገይሹ እምነተይ ኚርእዚካ እዚ ኢሉ ድማ ጞሓፈ።
4,357

4,358
am_tg
ያዕቆብ ቀጥሎ ዹተናገሹው ሐሳብ አንድን ነገር እንዲሁ አምኖ በመቀበልና እምነትን በተግባር በማሳዚት መካኚል ትልቅ ልዩነት እንዳለ ይጠቁማል።
ያእቆብ እንታይነት እምነት ብንጹር ገሊጹ እዩ።
4,359

4,360
am_tg
ለምሳሌ አጋንንት አምላክ እንዳለ ያምናሉፀ ሆኖም እውነተኛ እምነት አላቾው ሊባል አይቜልም።
ኣጋንንቲ፡ ኣምላኜ ኹም ዘሎ ይኣምኑ እኳ እንተ ዀኑ፡ እምነቶም ህላወ ኣምላኜ ካብ ምቕባል ዚሓልፍ ኣይኰነን።
4,361

4,362
am_tg
እንዲያውም ዹአምላክ ዓላማዎቜ እንዳይፈጞሙ ለማድሚግ ዚሚጥሩ መሆኑ እምነት እንደሌላ቞ው ዚሚያሳይ ነው።
እኳ ደኣስ፡ ኣንጻር ምፍጻም ዕላማ ኣምላኜ እዮም ዚዓይዩ።
4,363

4,364
am_tg
ያዕቆብ አክሎም በጥንት ዘመን ዹኖሹን ዚእምነት ሰው በመጥቀስ እንዲህ ብሏልፊ አባታቜን አብርሃም ልጁን ይስሐቅን በመሠዊያ ላይ ካቀሚበ በኋላ ዹጾደቀው በሥራ አይደለም?
ይኹን እምበር፡ ያእቆብ ብግዜ ጥንቲ ብዛዕባ ዝነበሹ ናይ እምነት ሰብ ኪገልጜ ኚሎ፡ ኣብርሃም ኣቊና ንይስሃቅ ወዱ ኣብ መሰውኢ ምስ ኣቕሚቊ፡ ብግብሩዶ ኣይጞደቐን፧
4,365

4,366
am_tg
እምነቱ ኚሥራው ጋር አብሮ ይሠራ እንደነበሚና ሥራው እምነቱን ፍጹም እንዳደሚገው ትገነዘባለህ።
እምነቱ ምስ ግብሩ ዀይና ኾም ዝዓዚዚት፡ እምነቱ ድማ ብግብሩ ፍጜምቲ ኾም ዝዀነት፡ ትርኢ ኣለኻ በለ።
4,367

4,368
am_tg
ኚዚያም ያዕቆብ እምነት በሥራ መገለጜ እንዳለበት ለማሳዚት በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ተናግሯል።
እምነት ብግብሪ ኜትርአ ኾም ዘለዋ ንምግላጜ ኚኣ፡ ኣስዒቡ ነዘን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ ቓላት ተዛሚበ።
4,369

4,370
am_tg
ሳይንስ ስለ ጜንፈ ዓለምና ስለ ምድር ብዙ ነገር ያሳወቀን ኹመሆኑም ሌላ በተለያዩ ዚሕይወታቜን ዘርፎቜ ጥቅም አስገኝቶልናል።
ስነ ፍልጠት ብዛዕባ ዩኒቚርስን ብዛዕባ ምድርናን ብዙሕ ገሊጹ እዩ፣ እዚ ድማ ኣብ እተፈላለዚ መዳያት ህይወትና ጠቒሙና እዩ።
4,371

4,372
am_tg
ይሁንና ሳይንስ ዚማይመልሳ቞ው በርካታ ጥያቄዎቜ አሉ።
ይኹን እምበር፡ ስነ ፍልጠት ኪምልሶ ዘይኚኣለ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ።
4,373

4,374
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዚሥነ ፈለክ ተመራማሪዎቜ ጜንፈ ዓለም ወደ ሕልውና ዚመጣው እንዎት እንደሆነ ወይም ዹሰው ልጆቜም ሆኑ ስፍር ቁጥር ዹሌላቾው ሌሎቜ ሕያዋን ፍጥሚታት በምድር ላይ ሊኖሩ ዚቻሉት ለምን እንደሆነ ሊነግሩን አይቜሉም።
ንኣብነት፡ ተመራመርቲ ስነ ኰዀብ፡ ዩኒቚርስ ብኞመይ ናብ ህልውና ኾም ዝመጾ ወይ ኚኣ ስለምንታይ ኣብዛ ብህያዋን ፍጥሚታት ዝመልአት ምድሪ ኾም ዘለና ብልክዕ ኪነግሩና ኣይክእሉን እዮም።
4,375

4,376
am_tg
በተጚማሪም ዹሰው ልጆቜ ለዘላለም ዹመኖር ጉጉት እንዲኖራ቞ው ያደሚገው ምን እንደሆነ አብዛኞቹ ሰዎቜ አያውቁም።
ብዘይካዚ፡ ደቂ ሰብ ብሓፈሻ ስለምንታይ ንዘለኣለም ኪነብሩ ሓያል ባህጊ ኾም ዘለዎም ኬብርሁልና ኣይክእሉን እዮም።
4,377

4,378
am_tg
በጣም አስፈላጊ ቢሆኑም መልስ ያላገኙ በርካታ ጥያቄዎቜ ሊኖሩ ዚቻሉት ለምንድን ነው?
ኣዝዩ ብዙሕ ኣገዳሲ ሕቶታት ክሳዕ ሕጂ ምላሜ ዘይሹኾበ ስለምንታይ እዩ፧
4,379

4,380
am_tg
አንዱ ምክንያት፣ ብዙ ዚሳይንስ ሊቃውንትን ጚምሮ በርካታ ሰዎቜ አምላክ ዹለም ዹሚለውን አስተሳሰብና ዹዝግመተ ለውጥን ጜንሰ ሐሳብ ስለሚያራምዱ ነው።
ሓደ ኻብቲ ምኜንያት፡ ሓያሎ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠትን ካልኊትን ብኣምላኜ ስለ ዘይኣምኑን ክልሰ ሓሳብ ስነ ፍልቀት ስለ ዚስዕቡን እዩ።
4,381

4,382
am_tg
ይሖዋ ግን በዓለም ዙሪያ በሚገኙ ሰዎቜ አእምሮ ውስጥ ለሚፈጠሩት ጥያቄዎቜ በቃሉ ይኾውም እሱ ባስጻፈው መጜሐፍ አማካኝነት መልስ ሰጥቷል።
ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ኣብ መጜሓፉ ምላሜ እቲ ንሓያሎ ሰባት ዜጹንቖም ሕቶታት ሂቡ ኣሎ።
4,383

4,384
am_tg
ይሖዋ ካወጣ቞ው ዚማይለዋወጡና አስተማማኝ ዚተፈጥሮ ሕግጋት ውጭ ሕይወታቜንን መምራት አንቜልም።
ኣብቲ ዹሆዋ ዝሰሚቶ ዘይለዋወጥን ዜተኣማምንን ሕግታት ተፈጥሮ ንውኹል ኢና።
4,385

4,386
am_tg
ዚኀሌክትሪክና ዹቧንቧ ሠራተኞቜ፣ መሐንዲሶቜ፣ አውሮፕላን አብራሪዎቜና ዚቀዶ ጥገና ሐኪሞቜ ሥራ቞ውን ዚሚያኚናውኑት በተፈጥሮ ሕጎቜ ተማምነው ነው።
ሰብ ሞያ ኀለክትሪክን ገጠምቲ ቱቊታት ማይን መሃንድሳትን መራሕቲ ነፈርትን ሓካይም መጥባሕትን ዕዮኊም ኪዓይዩ ኾለዉ ኣብዚ ሕግታት እዚ ይውኹሉ እዮም።
4,387

4,388
am_tg
አንዳንድ ክርስቲያኖቜ፣ ዹይሖዋ ምሥክር ያልሆነ ዚትዳር ጓደኛ ይኖራ቞ው ይሆናል።
ኣብ ገሊኡ መዳያት፡ ሓዲኊም ካብ መንጎ ሰብ ሓዳር ኣገልጋሊ ዹሆዋ ኾይኹውን ይኜእል እዩ።
4,389

4,390
am_tg
ሁኔታው እንዲህ ቢሆንም እንኳ አብሚው መኖራ቞ው ዚተሻለ ዚሚሆንባ቞ው ምክንያቶቜ እንዳሉ መጜሐፍ ቅዱስ ይናገራል።
ኣብ ትሕቲ ኾምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት፡ ስለምንታይ ኪፋላለዩ ኾም ዘይብሎም መጜሓፍ ቅዱስ ጜቡቕ ምኜንያታት ይህብ እዩ።
4,391

4,392
am_tg
ዹይሖዋ አምላኪ ያልሆነው ዚትዳር ጓደኛ ቢገነዘበውም ባይገነዘበውም፣ አማኝ በሆነው ዚትዳር ጓደኛው ዚተነሳ ተቀድሷል።
እቲ ዘይኣማኒ ወይ እታ ዘይኣማኒት ይፍለጥዎ ወይ ኣይፍለጥዎ፡ ብሳላ እቲ ኣማኒ ተቐዲሱ ወይ ተቐዲሳ ኺብሃሉ ይኚኣል እዮም።
4,393

4,394
am_tg
ልጆቻ቞ውም ቢሆኑ ቅዱሳን እንደሆኑ ተደርገው ዚሚቆጠሩ ሲሆን መለኮታዊ ጥበቃ ያገኛሉ።
እቶም ውሉዳቶም እውን ቅዱሳት እዮም፣ ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ቊታ ኣለዎም።
4,395

4,396
am_tg
በሁሉም ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ጉባኀ ውስጥ ማለት ይቻላል ለትዳር ጓደኛቾው መዳን ምክንያት ዹሆኑ ክርስቲያን ባለትዳሮቜ አሉ።
ዳርጋ ኣብ ኵለን ጉባኀታት ናይ ዹሆዋ መሰ ኻኜር፡ ንመጻምድቶም ዘድሓኑ ሰብ ሓዳር ኣለዉ።
4,397

4,398
am_tg
ሐዋርያው ጎጥሮስ፣ ክርስቲያን ሚስቶቜ ለባሎቻ቞ው እንዲገዙ ምክር ሲሰጥ እንዲህ ብሏልፊ ለቃሉ ዚማይታዘዙ ባሎቜ ካሉ ያለ ቃል በሚስቶቻ቞ው ምግባር እንዲማሚኩ ለባሎቻቜሁ ተገዙፀ ሊማሚኩ ዚሚቜሉትም ንጹሕ ምግባራቜሁንና ዚምታሳዩትን ጥልቅ አክብሮት ሲመለኚቱ ነው።
ሃዋርያ ጎጥሮስ ንክርስትያን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማሚኹ ንሰብኡትክን ተገዝኣኊም፣ ኚምኡ ዚዀኑ ድማ፡ ነቲ ንጹህ ኣካይዳኜንን ብዙሕ ኣኜብሮትክንን ምስ ሚኣዩ እዮም ኢሉ ምዒድወን ኣሎ።
4,399