Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,600
am_tg
በሌሎቜ ላይ በፈጞመቜው በዚያው መንገድ ብድራቷን መልሱላትፀ አዎ፣ ለሠራቻ቞ው ነገሮቜ እጥፍ ክፈሏትፀ በቀላቀለቜበት ጜዋ እጥፍ አድርጋቜሁ ቀላቅሉባት።
ኚምቲ ዝፈደዚቶ ፍደይዋ፡ ኚምቲ ግብራ እውን ዕጜፊ ምለሱላ፣ በቲ ሓዋዊሳ ዘዳለወትሉ ጜዋእ፡ ዕጜፊ ጌርኩም ሓዋዊስኩም ኣዳልዉላ።
68,601
tg_am

68,602
am_tg
ለራሷ ክብር ዚሰጠቜውንና ያላንዳቜ ኀፍሚት ውድ ነገሮቜ በማኚማ቞ት ዚተቀማጠለቜውን ያህል፣ በዚያው ልክ ሥቃይና ሐዘን ስጧት። ሁልጊዜ በልቧ ‘ንግሥት ሆኜ እቀመጣለሁፀ መበለትም አይደለሁምፀ ሐዘንም ፈጜሞ አይደርስብኝም’ ትላለቜና።
ብልባ፡ ‘ንግስቲ ዀይነ ተቐሚጠ እዚ፡ መበለት ኣይኰንኩን፡ ሓዘን እውን ኚቶ ኣይክርእን እዚ’ ትብል እያ እሞ፡ ብመጠን እቲ ንርእሳ ዘኜበሚትን ዝሓንቀቐትን ጌርኩም፡ ስቓይን ሓዘንን ሃብዋ።
68,603

68,604
am_tg
መቅሰፍቶቿ ይኾውም ሞትና ሐዘን እንዲሁም ሚሃብ በአንድ ቀን ዚሚመጡባት ለዚህ ነውፀ ሙሉ በሙሉም በእሳት ትቃጠላለቜፀ ምክንያቱም ዚፈሚደባት ይሖዋ አምላክ ብርቱ ነው።
ስለዚ፡ እቲ ዝፈሚዳ ዹሆዋ ኣምላኜ ብርቱዕ እዩ እሞ፡ መዓታ፡ ማለት ሞትን ሓዘንን ጥሜትን፡ ብሓንቲ መዓልቲ ኺመጻ እዩ፣ ብሓዊ እውን ክትህመዅ እያ።
68,605

68,606
am_tg
“ኚእሷ ጋር ያመነዘሩና ያላንዳቜ ኀፍሚት ኚእሷ ጋር በቅንጊት ዚኖሩ ዚምድር ነገሥታትም እሷ ስትቃጠል ዚሚወጣውን ጭስ በሚያዩበት ጊዜ ስለ እሷ ያለቅሳሉ እንዲሁም በሐዘን ደሚታ቞ውን ይደቃሉ።
“እቶም ምስኣ ዝመንዘሩን ዝሓንቀቑን ነገስታት ምድሪ ኞኣ፡ ትኪ ምንዳዳ ምስ ሚኣዩ፡ ኪበኜዩላን ደሚቶም ኪወቕዑላን እዮም።
68,607

68,608
am_tg
ደግሞም ሥቃይዋን በመፍራት በሩቅ ቆመው ‘አንቺ ታላቂቱ ኚተማ፣ አንቺ ብርቱ ዚሆንሜው ኹተማ ባቢሎን፣ እንዎት ያሳዝናል! እንዎት ያሳዝናል! ፍርድሜ በአንድ ሰዓት ተፈጜሟልና’ ይላሉ።
ብሰሪ ፍርሂ ስቓያ፡ ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም፡ ‘ኣቲ ዓባይ ኚተማ፡ ኣቲ ብርትዕቲ ኾተማ ባቢሎን፡ ፍርድኺ ብሓንቲ ሰዓት መጺኡ እዩ እሞ፡ ወይለኺ፡ ወይለኺ!’ ኺብሉ እዮም።
68,609

68,610
am_tg
“ዚምድር ነጋዎዎቜም ኹዚህ በኋላ ብዛት ያለውን ሞቀጣ቞ውን ዹሚገዛቾው ስለማይኖር ስለ እሷ ያለቅሳሉ እንዲሁም ያዝናሉፀ
“እቶም ነጋዶ ምድሪ ኞኣ፡ ደጊም ምሉእ ጜዕነቶም ዚዕድገሎም ዹልቩን እሞ፡ ይበኜዩላን ይሓዝኑላን ኣለዉ፣
68,611

68,612
am_tg
ብዛት ያለው ሞቀጣ቞ውም ወርቅን፣ ብርን፣ ዚኚበሩ ድንጋዮቜን፣ ዕንቁን፣ ጥሩ በፍታን፣ ሐምራዊ ጚርቅን፣ ሐርንና ደማቅ ቀይ ጹርቅን ያካተተ ነውፀ በተጚማሪም ጥሩ መዓዛ ካለው እንጚት ዚተሠራ ነገር ሁሉ፣ ኹዝሆን ጥርስ፣ ውድ ኹሆነ እንጚት፣ ኚመዳብ፣ ኚብሚትና ኚእብነ በሚድ ዚተሠራ ማንኛውም ዓይነት ዕቃ ሁሉ ይገኝበታልፀ
ምሉእ ጜዕነቶም ኚኣ ወርቅን ብሩርን ክቡር እምንን ሉልን ቅጭን በፍታን ጁዅ ዝሕብሩ ኜዳንን ሃርን ቀይሕ ክዳንን ምዑዝ ሜታ ብዘለዎ ዕንጚይቲ እተገብሚ ዘበለን ብስኒ ሓርማዝን ብኜቡር ዕንጚይትን ብነሓስን ብሓጺንን ብእምነ በሚድን እተገብሚ ዘበለ ኣቕሓን
68,613

68,614
am_tg
ደግሞም ቀሚፋ፣ ዚሕንድ ቅመም፣ ዕጣን፣ ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት፣ ነጭ ዕጣን፣ ወይን፣ ዚወይራ ዘይት፣ ዹላመ ዱቄት፣ ስንዎ፣ ኚብቶቜ፣ በጎቜ፣ ፈሚሶቜ፣ ሠሚገላዎቜ፣ ባሪያዎቜና ሰዎቜ ይገኙበታል።
ቃርፋን ሄልን ዕጣንን ቅዱይ ቅብእን ጻዕዳ ዕጣንን ወይንን ዘይቲ ኣውልዕን ድኹም ሓርጭን ስርናይን ኚብትን ኣባጊዕን ኣፍራስን ሰሚገላታትን ባሮትን ህይወት ሰብን እዩ።
68,615

68,616
am_tg
አዎ፣ ዚተመኘሜው ጥሩ ፍሬ ኚአንቺ ርቋልፀ ምርጥና ማራኪ ዹሆኑ ነገሮቜም ሁሉ ኚአንቺ ጠፍተዋልፀ ዳግመኛም አይገኙም።
እወ፡ እቲ እተመነኜዮ ብሱል ፍሹ ኻባኺ ሓሊፉ፡ ጥዑምን ውቁብን ዘበለ ኞኣ ካባኺ ጠፊኡ፡ ደጊም እውን ኣይኪርኚብን እዩ።
68,617

68,618
am_tg
“እነዚህን ነገሮቜ በመሞጥ በእሷ ዹበለጾጉ ነጋዎዎቜ ሥቃይዋን በመፍራት በሩቅ ቆመው እያለቀሱና እያዘኑ
“እቶም እዚ እናነገዱ ብእኣ ዝሃብተሙ ነጋዶ፡ ብሰሪ ፍርሂ ስቓያ፡ ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም ኹምዚ እናበሉ ኺበኜዩላን ኪሓዝኑላን እዮምፊ
68,619

68,620
am_tg
እንዲህ ይላሉ፩ ‘ጥሩ በፍታ፣ ሐምራዊና ደማቅ ቀይ ልብስ ዚለበሰቜው እንዲሁም በወርቅ ጌጣጌጥ፣ በኚበሩ ድንጋዮቜና በዕንቁዎቜ ዚተንቆጠቆጠቜው ታላቂቱ ኚተማ፣ እንዎት ያሳዝናል! እንዎት ያሳዝናል!
‘እታ ቕጭን በፍታን ጁዅን ቀይሕን እተኞድነት፡ ስልማት ወርቅን ክቡር እምንን ሉልን ብብዝሒ እተሰለመት ዓባይ ኚተማ፡ ወይለኣ፡ ወይለኣ!
68,621

68,622
am_tg
ምክንያቱም ያ ሁሉ ታላቅ ሀብት በአንድ ሰዓት ውስጥ እንዳልነበሚ ሆኗል።’ “ዚመርኚብ አዛዊቜ ሁሉ፣ በባሕር ላይ ዹሚጓዙ ሁሉ፣ መርኚበኞቜና መተዳደሪያ቞ው በባሕር ላይ ዹተመሠሹተ ሁሉ በሩቅ ቆመው
ኚመይሲ፡ ክንድዚ ዚኣክል ሃብቲ ብሓንቲ ሰዓት ጠፊኡ እዩ።’ “ኵሎም ኣዘዝቲ መራኜብን ብባሕሪ ዚጕዓዙ ዅሎምን ባሕሚኛታትን ኣብ ባሕሪ ዚዓይዩ ዘበሉ ዅሎምን ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም፡
68,623

68,624
am_tg
እሷ ስትቃጠል ዚሚወጣውን ጭስ እያዩ ‘እንደ ታላቂቱ ኹተማ ያለ ኹተማ ዚት ይገኛል?’ በማለት ጮኹ።
ነቲ ትኪ ምንዳዳ እናሚኣዩ፡ ‘ነዛ ዓባይ ኹተማ እዚኣ እትመስላ ኾተማ ኣዚነይቲ እያ፧’ ኢሎም ጚርሑ።
68,625

68,626
am_tg
በራሳ቞ው ላይ አቧራ በትነው እያለቀሱና እያዘኑ እንዲህ ሲሉ ጮኹፊ ‘በባሕር ላይ መርኚቊቜ ያሏ቞ውን ሁሉ በሀብቷ ያበለጞገቜው ታላቂቱ ኹተማ በአንድ ሰዓት ውስጥ መጥፋቷ እንዎት ያሳዝናል! እንዎት ያሳዝናል!’
ኣብ ርእሶም ኚኣ ሓመድ ነስነሱ፣ እናበኞዩን እናሓዘኑን ኚኣ፡ ‘እታ ዅሎም እቶም ኣብ ባሕሪ መራኜብ ዘለዋኩም ብሃብታ ዝሃብተሙላ ዓባይ ኚተማ፡ ብሓንቲ ሰዓት ጠፊኣ እያ እሞ፡ ወይለኣ፡ ወይለኣ!’ ኢሎም ጚርሑ።
68,627

68,628
am_tg
“ሰማይ ሆይ፣ በእሷ ላይ በደሹሰው ነገር ደስ ይበልህፀ ደግሞም እናንተ ቅዱሳን፣ ሐዋርያትና ነቢያት ደስ ይበላቜሁፀ ምክንያቱም አምላክ ለእናንተ ሲል ፈርዶባታል!”
“ኣታ ሰማይ፡ ብእኣ ተሓጐስ፣ ኣቱም ቅዱሳትን ሃዋርያትን ነብያትን እውን፡ ኣምላኜ ኣብ ልዕሊኣ ፍርዱ ፈሪዱልኩም እዩ እሞ፡ ተሓጐሱ!”
68,629

68,630
am_tg
አንድ ብርቱ መልአክም ትልቅ ዚወፍጮ ድንጋይ ዚሚመስል ድንጋይ አንስቶ ወደ ባሕር በመወርወር እንዲህ አለ፩ “ታላቂቱ ኹተማ ባቢሎን እንዲህ በፍጥነት ቁልቁል ትወሚወራለቜፀ ዳግመኛም አትገኝም።
ሓደ ብርቱዕ መልኣኜ ድማ ኹም ዓብዪ መጥሓን ዚመስል እምኒ ኣልዒሉ ኾምዚ እናበለ ናብ ባሕሪ ደርበዮፊ “ባቢሎን እታ ዓባይ ኹተማ ኾምዚ ኢላ ብናህሪ ኜትድርበ፡ ደጊም ኚኣ ኚቶ ኣይክትርኚብን እያ።
68,631

68,632
am_tg
በተጚማሪም ራሳ቞ውን በበገና ዚሚያጅቡ ዘማሪዎቜ፣ ዚሙዚቀኞቜ፣ ዚዋሜንት ነፊዎቜና ዚመለኚት ነፊዎቜ ድምፅ ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ፈጜሞ አይሰማም። ደግሞም ዹማንኛውም ዓይነት ዚእጅ ጥበብ ባለሙያ ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ኚቶ አይገኝምፀ እንዲሁም ዚወፍጮ ድምፅ ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ኚቶ አይሰማም።
ደሃይ ሰብ መሰንቆን ሙዚቀኛታትን ነፋሕቲ ሻምብቆን ሰብ መለኞትን ደጊም ኣባኺ ኞቶ ኣይኪስማዕን እዩ። ኢደ ጥበብ ዘበለ ዚዓዪ ኢደ ጥበበኛ ኞኣ ደጊም ኣባኺ ኞቶ ኣይኪርኚብን፡ ደጊም እውን ደሃይ መጥሓን ኣባኺ ኞቶ ኣይኪስማዕን እዩ።
68,633

68,634
am_tg
ዚመብራት ብርሃን ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ኚቶ አይበራምፀ ዚሙሜራና ዚሙሜሪት ድምፅም ዳግመኛ በአንቺ ውስጥ ኚቶ አይሰማምፀ ይህም ዹሚሆነው ነጋዎዎቜሜ ዚምድር ታላላቅ ሰዎቜ ስለነበሩና በመናፍስታዊ ድርጊቶቜሜ ብሔራት ሁሉ ስለተሳሳቱ ነው።
ደጊም ኣባኺ ብርሃን መብራህቲ ኞቶ ኣይኪበርህን እዩ፣ ደጊም እውን ኣባኺ ድምጺ መርዓውን ድምጺ መርዓትን ኚቶ ኣይኪስማዕን እዩ። ኚመይሲ፡ ነጋዶኺ መኳንንቲ ምድሪ እዮም ነይሮም፡ ብመናፍስታዊ ተግባራትኪ ድማ ኵሎም ኣህዛብ ስሒቶም እዮም።
68,635

68,636
am_tg
በእሷም ውስጥ ዚነቢያት፣ ዚቅዱሳንና በምድር ላይ ዚታሚዱ ሰዎቜ ሁሉ ደም ተገኝቷል።”
እወ፡ ደም ነብያትን ደም ቅዱሳትን ደም እቶም ኣብ ምድሪ እተሓርዱ ዘበሉ ዅሎምን ኣብኣ ተሚኺቡ እዩ።”
68,637

68,638
am_tg
እኔም በጉ ኚሰባቱ ማኅተሞቜ አንዱን ሲኚፍት አዚሁፀ ኚአራቱ ሕያዋን ፍጥሚታትም አንዱ እንደ ነጎድጓድ ባለ ድምፅ “ና!” ሲል ሰማሁ።
እቲ ገንሞል፡ ሓደ ኻብቲ ሾውዓተ ማሕተም ምስ ፈትሐ ኞኣ ሚኣኹ፣ ሓደ ኻብቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ ኹም ደሃይ ነጐዳ ብዝበለ ድምጺ፡ “ንዓ!” ኺብል ኹሎ ሰማዕኩ።
68,639

68,640
am_tg
እኔም አዚሁ፣ እነሆ ነጭ ፈሚስ ነበርፀ በእሱም ላይ ዹተቀመጠው ቀስት ነበሚውፀ አክሊልም ተሰጠውፀ እሱም ድል እያደሚገ ወጣፀ ድሉንም ለማጠናቀቅ ወደ ፊት ገሰገሰ።
ሚኣኹ ድማ፡ እንሆ፡ ኣምበላይ ፈሚስ፣ እቲ እተወጥሖ ኞኣ ቀስቲ ኣለዎ፣ ኣኜሊል እውን ተዋህቊ፣ እናሰዓሚስ ኪስዕር ድማ ወጞ።
68,641

68,642
am_tg
ሁለተኛውን ማኅተም በኹፈተ ጊዜ ሁለተኛው ሕያው ፍጡር “ና!” ሲል ሰማሁ።
ነቲ ኻልኣይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኞኣ፡ እቲ ኻልኣይ ህያው ፍጡር፡ “ንዓ!” ኺብል ኹሎ ሰማዕኩ።
68,643

68,644
am_tg
ደማቅ ቀይ ቀለም ያለው ሌላ ፈሚስ ወጣፀ በእሱም ላይ ለተቀመጠው ሰዎቜ እርስ በርሳ቞ው ይተራሚዱ ዘንድ ሰላምን ኚምድር እንዲወስድ ተፈቀደለትፀ እንዲሁም ትልቅ ሰይፍ ተሰጠው።
ካልእ ሓመር ፈሚስ ድማ ወጞ፣ እቲ እተወጥሖ ኞኣ፡ ንሓድሕዶም ምእንቲ ኺቃተሉስ፡ ንሰላም ካብ ምድሪ ኌርሕቓ ተፈቕደሉ፣ ዓብዪ ሰይፊ እውን ተዋህቊ።
68,645

68,646
am_tg
ሊስተኛውን ማኅተም በኹፈተ ጊዜ ሊስተኛው ሕያው ፍጡር “ና!” ሲል ሰማሁ። እኔም አዚሁ፣ እነሆ ጥቁር ፈሚስ ነበርፀ በእሱም ላይ ዹተቀመጠው በእጁ ሚዛን ይዞ ነበር።
ነቲ ሳልሳይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኞኣ፡ እቲ ሳልሳይ ህያው ፍጡር፡ “ንዓ!” ኺብል ኹሎ ሰማዕኩ። ሚኣኹ እውን፡ እንሆ፡ መጋል ፈሚስ፣ እቲ እተወጥሖ ድማ ኣብ ኢዱ ሚዛን ኣለዎ።
68,647

68,648
am_tg
ኚአራቱ ሕያዋን ፍጥሚታት መካኚል እንደ ድምፅ ያለ ነገር “አንድ እርቊ ስንዎ በዲናር፣ ሊስት እርቊ ገብስም በዲናርፀ ደግሞም ዚወይራ ዘይቱንና ወይኑን አትጉዳ” ሲል ሰማሁ።
ካብ ማእኚል እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ኚኣ ኹም ድምጺ ዚመስል፡ “ሓደ ኮይኒክስ ስርናይ ብዲናር፡ ሰለስተ ኮይኒክስ ስገም ኚኣ ብዲናር፣ ዘይቲ ኣውልዕን ወይንን ድማ ኣይትጕዳእ” ኪብል ኹሎ ሰማዕኩ።
68,649

68,650
am_tg
አራተኛውን ማኅተም በኹፈተ ጊዜ አራተኛው ሕያው ፍጡር “ና!” ሲል ሰማሁ።
ነቲ ራብዓይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኞኣ፡ ድምጺ እቲ ራብዓይ ህያው ፍጡር፡ “ንዓ!” ኺብል ኹሎ ሰማዕኩ።
68,651

68,652
am_tg
እኔም አዚሁ፣ እነሆ ግራጫ ፈሚስ ነበርፀ በእሱም ላይ ዹተቀመጠው ስሙ ሞት ነበር። መቃብርም በቅርብ ይኹተለው ነበር። ሞትና መቃብርም በሹጅም ሰይፍ፣ በምግብ እጥሚት፣ በገዳይ መቅሰፍትና በምድር አራዊት እንዲገድሉ በምድር አንድ አራተኛ ላይ ሥልጣን ተሰጣ቞ው።
ሚኣኹ እውን፡ እንሆ፡ ጹላይ ፈሚስ፣ ስም እቲ እተወጥሖ ድማ ሞት እዩ። መቓብር እውን ደድሕሪኡ ይስዕቊ ነበሚ። ብነዊሕ ሰይፍን ብጥሜትን ብመቕዘፍትን ብኣራዊት ምድርን ገይሮም፡ ንርብዒ ምድሪ ኪቐትሉ ስልጣን ተዋህቊም።
68,653

68,654
am_tg
አምስተኛውን ማኅተም በኹፈተ ጊዜ በአምላክ ቃል ዚተነሳና በሰጡት ምሥክርነት ዚተነሳ ዚታሚዱትን ሰዎቜ ነፍሳት ኚመሠዊያው በታቜ አዚሁ።
ነቲ ሓምሻይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኞኣ፡ ነፍሳት እቶም ስለ ቓል ኣምላኜን ስለቲ ዝመስኚርዎ ምስክርን እተሓርዱ፡ ኣብ ትሕቲ መሰውኢ ሚኣኹ።
68,655

68,656
am_tg
እነሱም “ቅዱስና እውነተኛ ዹሆንኹው ሉዓላዊ ጌታ ሆይ፣ በምድር በሚኖሩት ላይ ዚማትፈርደውና ደማቜንን ዚማትበቀለው እስኚ መቌ ነው?” ብለው በታላቅ ድምፅ ጮኹ።
ዓው ብዝበለ ድምጺ ድማ፡ “ኩ ቕዱስን ናይ ሓቅን ልዑላዊ ጐይታ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ዘይትፈርድ፧ ክሳዕ መዓስኚ ኢኻ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧” እናበሉ ጚርሑ።
68,657

68,658
am_tg
ለእያንዳንዳ቞ውም ነጭ ልብስ ተሰጣ቞ውፀ እንዲሁም ወደፊት እንደ እነሱ ዚሚገደሉት ባልንጀሮቻ቞ው ዹሆኑ ባሪያዎቜና ዚወንድሞቻ቞ው ቁጥር እስኪሞላ ድሚስ ለጥቂት ጊዜ እንዲጠብቁ ተነገራ቞ው።
ንነፍሲ ወኹፎም ኚኣ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኜዳን ተዋህቊም፣ ቍጜሪ እቶም ኚማታቶም ኪቕተሉ ዘለዎም ብጟቶም ባሮትን ኣሕዋቶምን ክሳዕ ዚመልእ ድማ፡ ቍሩብ ግዜ ኺዓርፉ ተነግሮም።
68,659

68,660
am_tg
ስድስተኛውንም ማኅተም ሲኚፍት አዚሁፀ ታላቅ ዚምድር ነውጥም ተኚሰተፀ ፀሐይም ኹፀጉር እንደተሠራ ማቅ ጠቆሚቜፀ ጹሹቃም ሙሉ በሙሉ ደም መሰለቜፀ
ነቲ ሻድሻይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኞኣ ሚኣኹ እሞ፡ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ ጾሓይ ብጞጕሪ ኾም እተገብሚ ማቕ ጞለመት፡ ብዘላ ወርሒ እውን ኹም ደም ኰነት።
68,661

68,662
am_tg
ኃይለኛ ነፋስ ዚበለስን ዛፍ ሲያወዛውዝ ያልበሰሉት ፍሬዎቜ ኹዛፉ ላይ እንደሚሚግፉ፣ ዹሰማይ ኚዋክብትም ወደ ምድር ወደቁ።
ኚምቲ ኩም በለስ ብብርቱዕ ንፋስ ሰሰው ምስ በለት ነቲ ዝጐዐ ፍሪኣ እተርግፍ፡ ኚምኡ ድማ ኚዋኜብቲ ሰማይ ናብ ምድሪ ወደቑ።
68,663

68,664
am_tg
ሰማይም እዚተጠቀለለ እንዳለ ዚመጜሐፍ ጥቅልል ኚቊታው ተነሳፀ እንዲሁም ተራሮቜ ሁሉና ደሎቶቜ ሁሉ ኚቊታ቞ው ተወገዱ።
ሰማይ ኚኣ ኹም ዚጥቕለል ዘሎ መጜሓፍ ኣልገሰ፣ ኵሎም ኣኜራንን ደሎታትን እውን ካብ በቊታኊም ገዓዙ።
68,665

68,666
am_tg
ኚዚያም ዚምድር ነገሥታት፣ ኹፍተኛ ባለሥልጣናት፣ ዹጩር አዛዊቜ፣ ሀብታሞቜ፣ ብርቱዎቜ፣ ባሪያዎቜ ሁሉና ነፃ ሰዎቜ ሁሉ በዋሻዎቜ ውስጥና ተራራ ላይ ባሉ ዓለቶቜ መካኚል ተደበቁ።
ሜዑ፡ ነገስታት ምድርን መኳንንትን ኣሕሉቕ ሜሕን ሃብታማትን ሓያላትን ኵሎም ባሮትን ጭዋታትን ኣብ በዓትታትን ኣብ መንጎ ኣኻውሕ ኣኜራንን ተሓብኡ።
68,667

68,668
am_tg
ተራሮቹንና ዓለቶቹንም እንዲህ እያሉ ተማጾኑ፩ “በላያቜን ውደቁና በዙፋኑ ላይ ኹተቀመጠው ፊትና ኹበጉ ቁጣ ሰውሩንፀ
ንኣኜራንን ንኣኻውሕን ድማ፡ “ኣብ ልዕሌና ወዲቕኩም፡ ካብ ገጜ እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠን ካብ ቍጥዓ እቲ ገንሾልን ሕብኡና፣
68,669

68,670
am_tg
ምክንያቱም ቁጣ቞ውን ዚሚገልጹበት ታላቁ ቀን መጥቷልፀ ማንስ ሊቆም ይቜላል?”
ኚመይሲ፡ እታ ዓባይ መዓልቲ ቝጥዓኊም መጺኣ ኣላ፡ መንኹ እዩ ደው ኪብል ዚኜእል፧” በልዎም።
68,671

68,672
am_tg
ሰባተኛውን ማኅተም በኹፈተ ጊዜ በሰማይ ለግማሜ ሰዓት ያህል ጞጥታ ሰፈነ።
ነቲ ሻውዓይ ማሕተም ምስ ፈትሖ ኞኣ፡ ኣብ ሰማይ ኣስታት ፍርቂ ሰዓት ዚኣክል ስቕታ ዀነ።
68,673

68,674
am_tg
እኔም በአምላክ ፊት ዚሚቆሙትን ሰባቱን መላእክት አዚሁፀ ሰባት መለኚትም ተሰጣ቞ው።
ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ደው ዝበሉ ሾውዓተ መላእኜቲ ድማ ሚኣኹ፣ ሾውዓተ መለኞት እውን ተዋህቊም።
68,675

68,676
am_tg
ዹወርቅ ጥና ዚያዘ ሌላ መልአክ መጥቶ በመሠዊያው አጠገብ ቆመፀ እሱም ዚቅዱሳኑ ሁሉ ጞሎት እዚተሰማ በነበሚበት ወቅት በዙፋኑ ፊት ባለው በወርቁ መሠዊያ ላይ እንዲያቀርበው ኹፍተኛ መጠን ያለው ዕጣን ተሰጠው።
ካልእ መልኣኜ እውን መጾ እሞ፡ ጜንሃህ ወርቂ ሒዙ ኣብ መሰውኢ ደው በለ፣ ምስ ጞሎት ኵሎም እቶም ቅዱሳት፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ቅድሚ ዝፋን ዘሎ መሰውኢ ወርቂ ምእንቲ ኬቕርቊ፡ ብዙሕ ዕጣን ተዋህቊ።
68,677

68,678
am_tg
በመልአኩ እጅ ያለው ዚዕጣኑ ጭስ እንዲሁም ዚቅዱሳኑ ጞሎት በአምላክ ፊት ወደ ላይ ወጣ።
ትኪ እቲ ዕጣን ኚኣ ምስ ጞሎት እቶም ቅዱሳት፡ ካብ ኢድ እቲ መልኣኜ ናብ ቅድሚ ኣምላኜ ዓሚገ።
68,679

68,680
am_tg
ሆኖም መልአኩ ወዲያውኑ ጥናውን ይዞ ኚመሠዊያው ላይ እሳት በመውሰድ ጥናውን ሞላውና እሳቱን ወደ ምድር ወሚወሚው። ኚዚያም ነጎድጓድ፣ ድምፅ፣ ዚመብሚቅ ብልጭታና ዚምድር ነውጥ ተኚሰተ።
እቲ መልኣኜ ድማ ነቲ ጜንሃህ ወሰዶ፣ ካብ ሓዊ እቲ መሰውኢ መሊኡ ኞኣ፡ ናብ ምድሪ ደርበዮ። ነጐዳታትን ድምጜታትን በርቅታትን ምንቅጥቃጥ ምድርን እውን ኰነ።
68,681

68,682
am_tg
ሰባቱን መለኚቶቜ ዚያዙት ሰባቱ መላእክትም ሊነፉ ተዘጋጁ።
እቶም ሾውዓተ መለኞት ዝሓዙ ሾውዓተ መላእኜቲ ኞኣ መለኞት ኪነፍሑ ተዳለዉ።
68,683

68,684
am_tg
ዚመጀመሪያው መለኚቱን ነፋ። ኹደም ጋር ዹተቀላቀለ በሚዶና እሳት ታዚፀ ወደ ምድርም ተወሚወሚፀ ዚምድር አንድ ሊስተኛ ተቃጠለፀ ዚዛፎቜም አንድ ሊስተኛ ተቃጠለፀ ዹለመለሙ ተክሎቜም ሁሉ ተቃጠሉ።
እቲ ቐዳማይ መልኣኜ መለኞቱ ነፍሐ። ደም እተሓወሶ በሚድን ሓውን ኰነ፡ ናብ ምድሪ እውን ተደርበዚ፣ ሲሶ ምድሪ ኞኣ ነደደ፡ ሲሶ ኣእዋም እውን ነደደ፡ ኵሉ ለምለም ኣትክልቲ ድማ ነደደ።
68,685

68,686
am_tg
ሁለተኛው መልአክ መለኚቱን ነፋ። በእሳት ዚተቀጣጠለ ትልቅ ተራራ ዚሚመስል ነገርም ወደ ባሕር ተወሚወሚ። ዚባሕሩም አንድ ሊስተኛ ደም ሆነፀ
እቲ ኻልኣይ መልኣኜ መለኞቱ ነፍሐ። ኹም ዓብዪ ኾሹን ዝበለ ኞኣ ብሓዊ እናነደደ ናብ ባሕሪ ተደርበዚ። ሲሶ ባሕሪ ድማ ደም ኰነ፣
68,687

68,688
am_tg
በባሕር ውስጥ ካሉ ሕያዋን ፍጥሚታትም አንድ ሊስተኛው ሞተፀ ኚመርኚቊቜም አንድ ሊስተኛው ወደመ።
ሲሶ እቶም ኣብ ባሕሪ ዚነብሩ ህያዋን ፍጡራት ኚኣ ሞቱ፡ ሲሶ መራኜብ እውን ተሰብራ።
68,689

68,690
am_tg
ሊስተኛው መልአክ መለኚቱን ነፋ። እንደ መብራት ቩግ ያለ አንድ ትልቅ ኮኚብም ኹሰማይ ወደቀፀ በወንዞቜ አንድ ሊስተኛና በውኃ ምንጮቜ ላይ ወደቀ።
እቲ ሳልሳይ መልኣኜ መለኞቱ ነፍሐ። ዓብዪ ኰዀብ ኹም መብራህቲ እናነደደ ኻብ ሰማይ ወደቐ፣ ኣብ ሲሶ ኣፍላግን ዓይኒ ማያትን ኚኣ ወደቐ።
68,691

68,692
am_tg
ኮኚቡ ጭቁኝ ይባላል። ዹውኃውም አንድ ሊስተኛ እንደ ጭቁኝ መራራ ሆነፀ ውኃውም መራራ ኹመሆኑ ዚተነሳ ብዙ ሰዎቜ በውኃው ጠንቅ ሞቱ።
ስም እቲ ኰዀብ ድማ መሪር ተኜሊ ይብሃል። ሲሶ ማያት ኚኣ መሚሚ፣ መሪር ብምዃኑ እውን፡ ብሰሪ እቲ ማይ ብዙሓት ሰባት ሞቱ።
68,693

68,694
am_tg
አራተኛው መልአክ መለኚቱን ነፋ። ዹፀሐይ አንድ ሊስተኛ፣ ዹጹሹቃ አንድ ሊስተኛና ዚኚዋክብት አንድ ሊስተኛ ተመታፀ ይህም ዹሆነው ዚእነዚህ አካላት አንድ ሊስተኛው እንዲጚልም እንዲሁም ዹቀኑ አንድ ሊስተኛና ዚሌሊቱ አንድ ሊስተኛ ብርሃን እንዳያገኝ ነው።
እቲ ራብዓይ መልኣኜ መለኞቱ ነፍሐ። ሲሶኊም ምእንቲ ኺጜልምትን ሲሶ መዓልቲ ምእንቲ ኾይበርህን ለይቲ እውን ኚምኡ ምእንቲ ኪኞውንን፡ ሲሶ ጾሓይን ሲሶ ወርሕን ሲሶ ኞዋኜብትን ተወቕዐ።
68,695

68,696
am_tg
እኔም አዚሁፀ አንድ ንስር በሰማይ መካኚል እዚበሚሚ በታላቅ ድምፅ እንዲህ ሲል ሰማሁ፩ “መለኚቶቻ቞ውን ሊነፉ ዚተዘጋጁት ሊስቱ መላእክት በሚያሰሟ቞ው በቀሩት ኃይለኛ ዚመለኚት ድምፆቜ ዚተነሳ በምድር ላይ ለሚኖሩት ወዮላ቞ው! ወዮላ቞ው! ወዮላ቞ው!”
ሚኣኹ ድማ፡ ሓደ ኣብ ማእኚል ሰማይ ዚዝምቢ ንስሪ ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ብሰሪ እተን ተሪፈን ዘለዋ ደሃይ መለኞት እቶም መለኞቶም ኪነፍሑ እተቐሚቡ ሰለስተ መላእኜቲ፡ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ወይለኊም፡ ወይለኊም፡ ወይለኩም!” ኪብል ኹሎ ሰማዕኩ።
68,697