Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,800
am_tg
ለምሳሌ፣ ሙሮ በአንድ ወቅት ለይሖዋ ክብር ሳይሰጥ ቀርቷል።
ሓደ እዋን፡ ሙሮ ንስም ዹሆዋ ኣይቀደሰን።
5,801
tg_am
ሓደ እዋን፡ ሙሮ ንስም ዹሆዋ ኣይቀደሰን።
ለምሳሌ፣ ሙሮ በአንድ ወቅት ለይሖዋ ክብር ሳይሰጥ ቀርቷል።
5,802
am_tg
ኢያሱ ዹአምላክን መመሪያ ሳይጠይቅ ኚገባኊናውያን ጋር ቃል ኪዳን ገብቷል።
እያሱ ምስ ጊብዖናውያን ኪዳን ቅድሚ ምእታዉ መምርሒ ኣምላኜ ኣዚናደዚን።
5,803

5,804
am_tg
ሕዝቅያስም ቢሆን በአንድ ወቅት ልቡ ታብዮ ነበር።
ህዝቅያስ፡ ንሓጺር እዋን እውን ይኹን፡ ልቡ ተዓበዚ።
5,805
tg_am
ህዝቅያስ፡ ንሓጺር እዋን እውን ይኹን፡ ልቡ ተዓበዚ።
ሕዝቅያስም ቢሆን በአንድ ወቅት ልቡ ታብዮ ነበር።
5,806
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ፍጜምና ዹጎደላቾው ቢሆኑም እንኳ እስራኀላውያን ዚእነሱን አመራር መኹተል ይጠበቅባ቞ው ነበር።
ይኹን እምበር፡ እዞም ሰባት እዚኊም ዘይፍጹማት እኳ እንተ ነበሩ፡ እስራኀላውያን ንመሪሕነቶም ኪስዕቡ ዚድልዮም ነበሚ።
5,807

5,808
am_tg
ይሖዋ፣ በመላእክቱ ተጠቅሞ እነዚህን ሰዎቜ ደግፏ቞ዋል።
ዹሆዋ ነዞም መራሕቲ ብመላእኜቲ ገይሩ ይድግፎም ነይሩ እዩ።
5,809
tg_am
ዹሆዋ ነዞም መራሕቲ ብመላእኜቲ ገይሩ ይድግፎም ነይሩ እዩ።
ይሖዋ፣ በመላእክቱ ተጠቅሞ እነዚህን ሰዎቜ ደግፏ቞ዋል።
5,810
am_tg
በእርግጥም ሕዝቡን ዚሚመራው ይሖዋ ነበር።
እወ፡ ዹሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም ነይሩ እዩ።
5,811
tg_am
እወ፡ ዹሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም ነይሩ እዩ።
በእርግጥም ሕዝቡን ዚሚመራው ይሖዋ ነበር።
5,812
am_tg
ብዙ ሰዎቜ ልብህ ዹሚልህን አድርግ ሲሉ ይሰማሉ።
‘ልብኻ ዚብለካ ግበር ዚብል ልሙድ ኣበሃህላ ኣሎ።
5,813
tg_am
‘ልብኻ ዚብለካ ግበር ዚብል ልሙድ ኣበሃህላ ኣሎ።
ብዙ ሰዎቜ ልብህ ዹሚልህን አድርግ ሲሉ ይሰማሉ።
5,814
am_tg
እንዲህ ማድሚግ ግን አደገኛ ሊሆን ይቜላል።
እዚ ግና ሓደገኛ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
5,815
tg_am
እዚ ግና ሓደገኛ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
እንዲህ ማድሚግ ግን አደገኛ ሊሆን ይቜላል።
5,816
am_tg
ደግሞም ቅዱስ ጜሑፋዊ ድጋፍ ዚለውም።
ቅዱሳት ጜሑፋት እውን ኣይድግፎን እዩ።
5,817
tg_am
ቅዱሳት ጜሑፋት እውን ኣይድግፎን እዩ።
ደግሞም ቅዱስ ጜሑፋዊ ድጋፍ ዚለውም።
5,818
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ፣ ፍጹም ያልሆነውን ልባቜንን ተኚትለን ወይም በስሜት ተገፋፍተን ውሳኔ እንዳናደርግ ያሳስበናል።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ በቲ ዘይፍጹም ልብና ወይ ብስምዒት ተደሪኜና ውሳነታት ኚይንገብር ዹጠንቅቐና እዩ።
5,819

5,820
am_tg
ልባቜን ዹሚለንን መኹተል ዚሚያመጣውን አስኚፊ መዘዝ ዚሚያሳዩ ዘገባዎቜ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ሰፍሹው እናገኛለን።
ጞብጻባት መጜሓፍ ቅዱስ ድማ፡ ልብኻ ዚብለካ ምግባር ዘለዎ ሳዕቀን ይገልጾልና እዩ።
5,821

5,822
am_tg
ፍጜምና ዹጎደለን በመሆናቜን ልባቜንን ማመን አንቜልምፀ ምክንያቱም ልብ ኹምንም ነገር በላይ ኚዳተኛ ነውፀ ማንኛውንም ነገር ኚማድሚግ አይመለስም።
በቲ ዘይፍጹም ልብና ኜንእመን ግቡእ ዘይኰነሉ ቐንዲ ምኜንያት፡ ልቢ ኻብ ኵሉ ጠላምን ቀባጜን ስለ ዝዀነ እዩ።
5,823

5,824
am_tg
ውሳኔ ስናደርግ ልባቜን ዹሚለንን በመኹተል ስሜታቜን በአስተሳሰባቜንና በድርጊታቜን ላይ ተጜዕኖ እንዲያሳድር ብንፈቅድ ውጀቱ ምን ይሆናል?
እሞኞ፡ ልብና ዚብለና ምግባርና ዀነ ስምዒታትና ንኣተሓሳስባናን ንተግባራትናን ኪመርሖ ምፍቃድ እንታይ ሓደጋ ኣለዎ፧
5,825

5,826
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ በተበሳጚንበት ወቅት ውሳኔ ብናደርግ ምን ሊፈጠር ይቜላል?
ንኣብነት፡ ተቘጢዕና ኾለና ውሳነታት እንተ ጌርና እንታይ እዩ ዜጋጥመና፧
5,827

5,828
am_tg
ኹዚህ ቀደም በዚህ ዓይነት ሁኔታ ውስጥ ሆነን ውሳኔ አድርገን ኹነበሹ መልሱ አይጠፋንም።
ኚምኡ ጌርና ንፈልጥ እንተ ዄንና፡ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ኣይጠፍኣናን እዩ።
5,829

5,830
am_tg
ተስፋ በቆሚጥንበት ጊዜም ቢሆን ጥሩ ውሳኔ ማድሚግ እንደማንቜል ዚታወቀ ነው።
ተስፋ ኣብ ዝቘሚጜናሉ እዋንኚ ጥዑይ ውሳነታት ክንገብር ንኜእልዶ፧
5,831

5,832
am_tg
በግልጜ ለማዚት እንደሚቻለው፣ በጣም አስፈላጊ ዹሆኑ ውሳኔዎቜን ስናደርግ ስሜታቜን እንዲቆጣጠሚን ኚፈቀድን በቀላሉ ልንሳሳት እንቜላለን።
እምበኣር፡ ብስምዒታትና ተደሪኜና ኣገዳሲ ውሳነታት ንገብር እንተ ዄንና፡ ብስምዒታትና ብቐሊሉ ኜንታለል ንኜእል ኢና።
5,833

5,834
am_tg
በኢዚሩሳሌም ኚተሰበሰቡት ሰዎቜ መካኚል ወደ ይሁዲነት ዚተለወጡ አንዳንድ ግሪካውያን ኢዚሱስ ባደሚገው ነገር በጣም ተደንቀው እንደነበር መገመት እንቜላለንፀ ምክንያቱም ኚኢዚሱስ ጋር እንዲያገናኛ቞ው ሐዋርያው ፊልጶስን ጠይቀውት ነበር።
ኣብ ዚሩሳሌም ኣብ መንጎ ህዝቢ ዝነበሩ ገለ ግሪኻውያን ጵሮሎሊት፡ ብዚሱስ ስለ እተመሰጡ፡ ምስኡ ኺራኞቡ ንሃዋርያ ፊልጶስ ሓተትዎ።
5,835

5,836
am_tg
ኢዚሱስ ግን ኚፊቱ ኚሚጠብቀው ይበልጥ አስፈላጊ ዹሆነ ጉዳይ ትኩሚቱ እንዲሰሚቅ አልፈለገም።
ዚሱስ ግና፡ ካብቲ ዚጜበዮ ዝነበሹ ኣገዳሲ ጕዳያት ኬስግል ኣይደለዚን።
5,837

5,838
am_tg
በአምላክ ጠላቶቜ እጅ መሥዋዕታዊ ሞት ላለመሞት ሲል በሕዝቡ ዘንድ ተወዳጅነት ለማትሚፍ አልሞኚሚም።
ብኢድ ጞላእቲ ኣምላኜ መስዋእታዊ ሞት ምእንቲ ኞይመውት፡ ኣብ ህዝቢ ተፈላጥነት ኪሚክብ ኹም ዘይደለዹ ንጹር እዩ።
5,839

5,840
am_tg
በመሆኑም በቅርቡ እንደሚገደል ኹገለጾ በኋላ እንድርያስንና ፊልጶስን እንዲህ አላቾው፩ ሕይወቱን ዚሚወድ ሁሉ ያጠፋታልፀ በዚህ ዓለም ሕይወቱን ዹሚጠላ ሁሉ ግን ለዘላለም ሕይወት ይጠብቃታል።
ስለዚ፡ ድሕሪ ሓጺር እዋን ኹም ዚመውት ምስ ገለጞ፡ ንእንድርያስን ንፊልጶስን፡ እቲ ንነፍሱ ዚፈትዋ ኌጥፍኣ እዩ፣ እቲ ንነፍሱ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዚጞልኣ ግና ንናይ ዘለኣለም ህይወት ኪሕልዋ እዩ በሎም።
5,841

5,842
am_tg
ኢዚሱስ ዚእነዚህን ግሪካውያን ስሜት ኚማስተናገድ ይልቅ እሱ ያሳዚውን ዚራስን ጥቅም መሥዋዕት ዚማድሚግ መንፈስ ማንጞባሚቅ ዚተሻለ እንደሆነ ኹገለጾ በኋላ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ተናገሚ።
ነቲ ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታ እቶም ግሪኻውያን ምላሜ ኣብ ክንዲ ዚህበሉ፡ ሰዓብቱ ኞምኡ ጥቕሚ ርእሶም ዚስውኡ ኪዀኑ መሃሚ፣ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድማ በለ።
5,843

5,844
am_tg
ፊልጶስ ይህን አበሚታቜ መልእክት ሄዶ ለግሪካውያኑ እንደነገራ቞ው ምንም ጥርጥር ዚለውም።
ፊልጶስ ነቶም ዝሓተትዎ እዚ ኣወንታዊ መልእኜቲ እዚ ኾም ዝነገሮም ዜጠራጥር ኣይኰነን።
5,845

5,846
am_tg
ምንም እንኳ ኢዚሱስ ትኩሚቱን ሙሉ በሙሉ በስብኚቱ ሥራ ላይ ያደሚገ ቢሆንም ሁልጊዜ ስለ ሥራ ብቻ ያስብ ነበር ማለት አይደለም።
ዚሱስ ካብቲ ብስራት ናይ ምስባኜ ቀንዲ ዕላማኡ ዘዚስግል እኳ እንተ ነበሚ፡ ኵሉ ሳዕ ኣይኰነን ብዛዕባ ዕዮ ዚሓስብ ነይሩ።
5,847

5,848
am_tg
ስደት ቢደርስብንም እንኳ ዹይሖዋን ዚጜድቅ መሥፈርቶቜና ሕጎቜ ለመጠበቅ ዚምንቜለውን ሁሉ እናደርጋለን።
መስጐጕቲ ኌጋጥመና ኞሎ፡ ብጜድቃዊ ስርዓታትን ሕግታትን ኣምላኜ ክንመላለስ ጻዕሪ ንገብር ኢና።
5,849

5,850
am_tg
ዹይሖዋን መመሪያዎቜ በሕይወታቜን ውስጥ በሥራ ላይ በማዋል ብርሃናቜን በሰው ፊት እንዲበራ እናደርጋለንፀ ይህ ደግሞ ለይሖዋ ስም ክብር ያመጣል።
ግብርታት ጜድቂ እናገበርና ብርሃንና ብምብራህ፡ ንስም ዹሆዋ ኜብሪ ነምጜኣሉ ኢና።
5,851

5,852
am_tg
ዹአምላክ ቅዱስ ሕዝቊቜ እንደመሆናቜን መጠን፣ ዹይሖዋ ሕጎቜ ትክክለኛ መሆናቾውንና ዚሰይጣን ክስ ሐሰት መሆኑን በአኗኗራቜን እናሳያለን።
ኹም ቅዱሳት ህዝቢ መጠን ኚኣ፡ ብኣነባብራና ሕግታት ዹሆዋ ሰናይን ቅኑዕን ምዃኑ፡ ክስታት ሰይጣን ድማ ሓሶት ምዃኑ ነርኢ ኢና።
5,853

5,854
am_tg
እርግጥ ነው፣ እንደ ማንኛውም ሰው ስህተት መሥራታቜን አይቀርምፀ በዚህ ጊዜ ኚልባቜን ንስሐ በመግባት ይሖዋን ኚሚያስነቅፉ ድርጊቶቜ እንርቃለን።
ክንጋገ ኞለና፡ ካብ ልብና ተነሲሕና ነቲ ንዹሆዋ ዜሕስር ተግባራት ምግባር ንሓድጎ ኢና።
5,855

5,856
am_tg
ይሖዋ በክርስቶስ መሥዋዕት ላይ እምነት ካለን ኃጢአታቜንን ይቅር ይለናል።
ዚሆዋ፡ ብመሰሚት መስዋእቲ ክርስቶስ ንሓጢኣት እቶም ዚኣምኑ ይቕሹ ይብል እዩ።
5,857

5,858
am_tg
ራሳ቞ውን ለእሱ ዹወሰኑ ሰዎቜን አገልጋዮቹ አድርጎ ይቀበላ቞ዋል።
ነቶም ርእሶም ንዕኡ ዝወፈዩ ዘበሉ ድማ ኣምለኜቱ ገይሩ ይቕበሎም እዩ።
5,859

5,860
am_tg
ይሖዋ፣ ቅቡዓን ክርስቲያኖቜን ልጆቹ አድርጎ በመቀበል ጻድቃን ብሎ ጠርቷ቞ዋልፀ ሌሎቜ በጎቜን ደግሞ ወዳጆቹ አድርጎ በመቀበል እንደ ጻድቃን ይቆጥራ቞ዋል።
ዹሆዋ ንቕቡኣት ክርስትያናት ኹም ደቁ፡ ነቶም ካልኊት ኣባጊዕ ኚኣ ኹም ፈተውቱ ገይሩ ኣጜዲቕዎም እዩ።
5,861

5,862
am_tg
በመሆኑም በአሁኑ ጊዜም እንኳ ቀዛው፣ በሰማዩ አባታቜን ዘንድ ዚጜድቅ አቋም እንዲኖሚንና ስሙን በማስቀደስ ሚገድ ዚበኩላቜንን ድርሻ እንድናበሚክት አስቜሎናል።
ስለዚ፡ ሕጂ እውን እንተ ዀነ፡ ሳላ በጃ ኣብ ቅድሚ ኣቊና ጜድቃዊ ኣቕዋም ኪህልወናን ኣብ ምቕዳስ ስሙ እጃምና ኞነበርክትን ክኢልና ኢና።
5,863

5,864
am_tg
እኛም ይሖዋ እንደሚሰማንና በደስታ ለመጜናት ዚሚያስቜል ብርታት እንደሚሰጠን ስለምናውቅ ዚሚያስጚንቀንን ነገር ሁሉ አውጥተን ለእሱ መናገር እንቜላለን።
ንሕና እውን ዹሆዋ ኾም ዚሰምዓናን ብሓጐስ ምእንቲ ኜንጻወር ኹም ዜበርትዓናን ብምትእምማን ናብኡ ኜንጜሊ ንኜእል ኢና።
5,865

5,866
am_tg
አምላክ ለጞሎታቜን መልስ ሲሰጠን ደግሞ እምነታቜን እዚጠነኚሚ ይሄዳል።
ጞሎትና መልሲ ኺሚክብ ኹሎ ድማ፡ እምነትና ዝያዳ ኜትድልድል እያ።
5,867

5,868
am_tg
እምነት ኚመንፈስ ፍሬ ገጜታዎቜ አንዱ በመሆኑ መንፈስ ቅዱስን ለማግኘት ኢዚሱስ እንደመኚሚን ደጋግመን መለመን ይኖርብናል።
እምነት ሓንቲ መዳይ ፍሹ መንፈስ ስለ ዝዀነት፡ ኚምቲ ዚሱስ ዜተባብዓና፡ መንፈስ ኣምላኜ ምእንቲ ኺውሃበና፡ ብቐጻሊ ኜንልምን ኣሎና።
5,869

5,870
am_tg
ይሁን እንጂ ዹምንጾልዹው አምላክ እንዲሚዳን ለመጠዹቅ ብቻ መሆን ዚለበትም።
ይኹን እምበር፡ ናብ ኣምላኜ እንጜልዮ ጞሎት፡ ብብሕቲ ሓገዙ ንምርካብ ዚቐርብ ለመና ጥራይ ኪኞውን ዚብሉን።
5,871

5,872
am_tg
ይሖዋን በዚዕለቱ እንድናመሰግነውና እንድናወድሰው ዚሚያነሳሱንን ድንቅ ሥራዎቹን ዘርዝሹን መጚሚስ አንቜልም! በተጚማሪም ጞሎታቜን፣ በእስር ላይ ያሉትን ኚእነሱ ጋር ታስሚን እንዳለን አድርገን በማሰብ ሁልጊዜ እንደምናስታውሳ቞ው ዚሚያሳይ መሆን አለበት።
ንዚሆዋ፡ መዓልቲ መዓልቲ ብዛዕባ እቲ ምጜብጻቡ ዘይኚኣል ብዙሕ ዝዀነ ዜደንቕ ግብርታት ኚነመስግኖን ክንውድሶን ንኜእል ኢና! ብዘይካዚ፡ ኣብ ጞሎትና፡ ንእሱራት ኹም መተኣስርቶም ኮንና ኜንዝክሮም ኣሎና።
5,873

5,874
am_tg
ኹዚህም ሌላ ለመላው ዚወንድማማቜ ማኅበር በተለይም በመካኚላቜን ሆነው አመራር ለሚሰጡት ልንጾልይ ይገባል።
ኣብ መላእ ዓለም ብዛዕባ ዘለዉ ኣሕዋትና፡ ብፍላይ ኚኣ ብዛዕባ እቶም ዚመርሑና እውን ክንጜሊ ኣሎና።
5,875

5,876
am_tg
ይሖዋ፣ ሁላቜንም ለምናቀርበው ጞሎት መልስ እንደሚሰጥ ስንመለኚት ልባቜን በደስታ ይሞላል!
ዹሆዋ ነቲ ብሓድነት እንጜልዮ ጞሎት ብኞመይ ምላሜ ኹም ዚህበሉ ኜንርኢ ኾለና ልብና ይትንኚፍ እዩ!—።
5,877

5,878
am_tg
ቩዔዝ ዚሩት ሁኔታ እንዲሁም ዚባዕድ አገር ሰው በመሆኗ ሊያጋጥማት ዚሚቜለው ቜግር አሳስቊት ነበር።
ቊኣዝ ብዛዕባ ሩትን ብዛዕባ እቲ ኾም ጓና ዝነበራ ጞገማትን ብንጹር ኹም ዘተሓሳሰቊ እዩ ዚሕብር።
5,879

5,880
am_tg
ይህን ኚሚጠቁሙት ነገሮቜ አንዱ፣ ማሳ ውስጥ ዚሚሠሩት ወንዶቜ እንዳያስ቞ግሯት ኚወጣት ሎት ሠራተኞቹ ሳትርቅ እንድትሠራ ዚነገራት መሆኑ ነው።
ቅድም ቀዳድም፡ ኣብ ግራውቲ ዚዓይዩ ሰብኡት ምእንቲ ኞዚሞግርዋ፡ ምስ ኣግራዱ ኜትለግብ ተማሕጺንዋ እዩ።
5,881

5,882
am_tg
ሌላው ቀርቶ እንደ ቅጥር ሠራተኞቹ ሁሉ እሷም በቂ ምግብና ውኃ ማግኘት እንድትቜል አድርጎ ነበር።
ማዕሹ እቶም ሰብ ውዕለት ድማ እኹል ምግብን ማይን ኹም እትሚክብ ገይሩ እዩ።
5,883

5,884
am_tg
በተጚማሪም ቩዔዝ ሩትን ያነጋገሚበት መንገድ ይህቜን ድሃ ዚባዕድ አገር ሎት ዝቅ አድርጎ እንደማይመለኚታት ዚሚያሳይ ነውፀ እንዲያውም አበሚታቷታል።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ቊኣዝ ነታ ድኻ ጓና ብኣኜብሮት ተዛሪብዋን ኣጞናኒዕዋን እዩ።
5,885

5,886
am_tg
ቊዔዝ፣ ሩትን እንዲያደንቃት ያደሚገው ለአማቷ ለናኩሚ ዚነበራት ኚራስ ወዳድነት ነፃ ዹሆነ ፍቅር ብቻ ሳይሆን ዹይሖዋ አምላኪ ለመሆን መወሰኗም ጭምር ነው።
ቊኣዝ በቲ ሩት ንሓማታ ናእሚ ዘርኣዚታ ፍቕሪ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ሩት ኣምላኺት ዹሆዋ ብምዃና ተደሪኹ እዩ ለዊሁላ።
5,887

5,888
am_tg
ቊዔዝ፣ በክንፎቹ ሥር ለመጠለል ብላ ወደ እስራኀል አምላክ ለመጣቜው ለሩት ደግነት ማሳዚቱ እንደ ይሖዋ ዓይነት ታማኝ ፍቅር እንደነበሚው ይጠቁማል።
ኹም ሓቂ፡ ለውሃት ቊኣዝ መግለጺ እቲ ዹሆዋ ነታ ኣብ ትሕቲ ኣኜናፉ እተማዕቈበት ሰበይቲ ብተኣማንነት ዘርኣያ ፍቕሪ እዩ ነይሩ።
5,889

5,890
am_tg
እኛም በተመሳሳይ ደግነት ማሳዚታቜን ሁሉም ዓይነት ሰዎቜ እውነትን እንዲያውቁ እንዲሁም ይሖዋ ምን ያህል እንደሚወዳ቞ው እንዲገነዘቡ ሊሚዳ቞ው ይቜላል።
ሎሚ እውን ብተመሳሳሊ፡ ለውሃትና ንዅሉ ዓይነት ሰብ፡ ሓቂ ምእንቲ ኌለልን ዹሆዋ ኜሳዕ ክንደይ ኹም ዜፍቅሮ ምእንቲ ኺስምዖን ኪሕግዝ ይኜእል እዩ።
5,891

5,892
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጞሐፊዎቜ ዚነበራ቞ውን ድፍሚትና ሐቀኝነት እንመልኚት።
እቶም ንመጜሓፍ ቅዱስ ዝጾሓፉ ሰባት ተባዓትን ቅኑዓትን ምንባሮም ንእምነትና ዚደልድሎ እዩ።
5,893

5,894
am_tg
ብዙዎቹ ዚጥንት ጞሐፊዎቜ ያሰፈሯ቞ው ዘገባዎቜ መሪዎቻ቞ውን ዚሚክቡና አገራ቞ውን ኹፍ ኹፍ ዚሚያደርጉ ና቞ው።
ብዙሓት ጥንታውያን ጞሓፍቲ ንመራሕቶም ይሜሕጡን ንመንግስትታቶም ዚመጕሱን ነይሮም እዮም።
5,895

5,896
am_tg
ዹይሖዋ ነቢያት ግን ምንጊዜም እውነተኛውን ዘገባ ያሰፍሩ ነበር።
ነብያት ዹሆዋ ግና ወትሩ ሓቂ እዮም ዚዛሚቡ ነይሮም።
5,897

5,898
am_tg
ዚሕዝባ቞ውን ሌላው ቀርቶ ዚንጉሊቻ቞ውንም ጭምር ድክመት አስፍሚዋል።
ጕድለታት ህዝቩምን ነገስታቶምን ካብ ምሕባር ድሕር ኣይበሉን።
5,899