Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,400
am_tg
እነሱም በታላቅ ድምፅ “ታርዶ ዹነበሹው በግ ኃይል፣ ብልጜግና፣ ጥበብ፣ ብርታት፣ ክብር፣ ግርማና በሚኚት ሊቀበል ይገባዋል” አሉ።
ዓው ብዝበለ ድምጺ ኞኣ፡ “እቲ እተሓርደ ገንሞል፡ ሓይልን ሃብትን ጥበብን ብርታዐን ክብርን ግርማን በሚኞትን ኪቕበል ብቑዕ እዩ” በሉ።
68,401
tg_am

68,402
am_tg
እንዲሁም በሰማይ፣ በምድር፣ ኚምድር በታቜና በባሕር ያለ ፍጡር ሁሉ፣ አዎ በውስጣ቞ው ያሉ ነገሮቜ ሁሉ “በዙፋኑ ላይ ለተቀመጠውና ለበጉ በሚኚት፣ ክብር፣ ግርማና ኃይል ለዘላለም ይሁን” ብለው ሲናገሩ ሰማሁ።
ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ኣብ ባሕርን ዘሎ ዅሉ ፍጡር፡ ኣባታቶም ዘሎ ዘበለ ዅሉ እውን፡ “በሚኞትን ክብርን ግርማን ሓይልን ንዘለኣለመ ኣለም ነቲ ኣብ ዝፋን ተቐሚጡ ዘሎን ነቲ ገንሾልን ይኹን” ኪብሉ ኾለዉ ሰማዕኩ።
68,403

68,404
am_tg
አራቱ ሕያዋን ፍጥሚታት “አሜን!” ይሉ ነበርፀ ሜማግሌዎቹም ተደፍተው ሰገዱ።
እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ፡ “ኣሜን!” በሉ፣ እቶም ሜማግለታት እውን ፍግም ኢሎም ሰገዱ።
68,405

68,406
am_tg
ኚዚያም አዚሁፀ እነሆ፣ በጉ በጜዮን ተራራ ላይ ቆሟልፀ ኚእሱም ጋር ዚእሱ ስምና ዚአባቱ ስም በግንባራ቞ው ላይ ዚተጻፈባ቞ው 144,000 ነበሩ።
እንሆ ድማ፡ እቲ ገንሾል ኣብ ኹሹን ጜዮን ደው ኢሉ፡ ስሙን ስም ኣቊኡን ኣብ ግምባሮም እተጻሕፎም 144,000 እውን ምስኡ ሚኣኹ።
68,407

68,408
am_tg
ኹሰማይ እንደ ብዙ ውኃዎቜና እንደ ኃይለኛ ዚነጎድጓድ ድምፅ ያለ ድምፅ ሲወጣ ሰማሁፀ ዚሰማሁትም ድምፅ በገናቾውን እዚደሚደሩ ዚሚዘምሩ ዘማሪዎቜ ዓይነት ድምፅ ነው።
ኹም ደሃይ ብዙሕ ማያትን ኹም ደሃይ ብርቱዕ ነጐዳን ዝበለ ደሃይ ካብ ሰማይ ሰማዕኩ፣ እቲ ዝሰማዕክዎ ደሃይ ኚኣ መሰንቆታቶም ኹም ዚጻወቱ ደሃይ ሰብ መሰንቆ ነበሚ።
68,409

68,410
am_tg
እነሱም በዙፋኑ ፊት እንዲሁም በአራቱ ሕያዋን ፍጥሚታትና በሜማግሌዎቹ ፊት አዲስ ዚሚመስል መዝሙር እዚዘመሩ ነበርፀ ኚምድር ኚተዋጁት ኹ144,000ዎቹ በስተቀር ማንም ይህን መዝሙር ጠንቅቆ ሊያውቀው አልቻለም።
ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋንን ኣብ ቅድሚ እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ሜማግለታትን ሓድሜ መዝሙር ዚመስል ዘመሩ፣ ነቲ መዝሙር እቲ እውን፡ ብዘይካ እቶም ካብ ምድሪ እተዓደጉ 144,000፡ ሓደ እኳ ኺመልኮ ኣይኚኣለን።
68,411

68,412
am_tg
እነዚህ ራሳ቞ውን በሎቶቜ ያላሚኚሱ ና቞ውፀ እንዲያውም ደናግል ና቞ው። ምንጊዜም በጉ በሄደበት ሁሉ ይኚተሉታል። እነዚህ ለአምላክና ለበጉ እንደ በኩራት ሆነው ኚሰዎቜ መካኚል ተዋጅተዋልፀ
እዚኣቶም ምስ ኣንስቲ ዘይሚኞሱ እዮም፡ ደናግል እውን እዮም። ንሳቶም ነቲ ገንሾል ናብ ዚኞዶ ዘበለ ዚስዕብዎ እዮም። ንኣምላኜን ነቲ ገንሾልን በዅራት ኪዀኑ ድማ፡ ካብ ሰብ እተዓደጉ እዮም፣
68,413

68,414
am_tg
በአፋቾውም ዚማታለያ ቃል አልተገኘምፀ ምንም ዓይነት እንኚን ዚለባ቞ውም።
ኣብ ኣፎም ኚኣ ምትላል ኣይተሚኜበን፣ ብዘይ ኣበር እውን እዮም።
68,415

68,416
am_tg
ሌላም መልአክ በሰማይ መካኚል ሲበር አዚሁፀ እሱም በምድር ላይ ለሚኖር ብሔር፣ ነገድ፣ ቋንቋና ሕዝብ ሁሉ ዚሚያበስሚው ዹዘላለም ምሥራቜ ይዞ ነበር።
ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩን ንዅሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን ህዝብታትን ኬበስሮም ድማ፡ ናይ ዘለኣለም ብስራት ዘለዎ ኻልእ መልኣኜ ኣብ ማእኚል ሰማይ ኪዝምቢ ኾሎ ሚኣኹ።
68,417

68,418
am_tg
እሱም በታላቅ ድምፅ “አምላክን ፍሩፀ ክብርም ስጡትፀ ምክንያቱም ዚሚፈርድበት ሰዓት ደርሷልፀ በመሆኑም ሰማይን፣ ምድርን፣ ባሕርንና ዹውኃ ምንጮቜን ዚሠራውን አምልኩ” አለ።
ዓው ብዝበለ ድምጺ ኞኣ፡ “እታ ዚፈርደላ ግዜ በጺሓ እያ እሞ፡ ንኣምላኜ ፍርህዎ፡ ክብሪ እውን ሃብዎ፡ ነቲ ሰማይን ምድርን ባሕርን ዓይኒ ማያትን ዝገበሹ ኣምልኜዎ” በለ።
68,419

68,420
am_tg
ሌላ ሁለተኛ መልአክ “ወደቀቜ! ብሔራት ሁሉ ዚዝሙቷን ዚፍትወት ወይን ጠጅ እንዲጠጡ ያደሚገቜው ታላቂቱ ባቢሎን ወደቀቜ!” እያለ ተኚተለው።
ካልእ ካልኣይ መልኣኜ ድማ፡ “እታ ኻብ ወይኒ ፍትወት ምንዝርናኣ ንዅሎም ኣህዛብ ዘስተዚቶም ዓባይ ባቢሎን ወዲቓ፡ ወዲቓ!” እናበለ ሰዓቊ።
68,421

68,422
am_tg
ሌላ ሊስተኛ መልአክ በታላቅ ድምፅ እንዲህ እያለ ተኹተላቾው፩ “ማንም አውሬውንና ምስሉን ዚሚያመልክና በግንባሩ ወይም በእጁ ላይ ምልክት ዹሚቀበል ኹሆነ
ካልእ ሳልሳይ መልኣኜ ድማ፡ ዓው ብዝበለ ድምጺ ኾምዚ እናበለ ሰዓቩም፩ “ሓደ እኳ ነቲ ኣራዊት እትን ንምስሉን እንተ ሰጊዱ፡ ኣብ ግምባሩ ወይስ ኣብ ኢዱ እውን ምልክት እንተ ተቐቢሉ፡
68,423

68,424
am_tg
እሱም፣ ሳይበሚዝ ወደ ቁጣው ጜዋ ዚተቀዳውን ዹአምላክ ዚቁጣ ወይን ጠጅ ይጠጣልፀ እንዲሁም በቅዱሳኑ መላእክት ፊትና በበጉ ፊት በእሳትና በድኝ ይሠቃያል።
ካብቲ ኣብ ጜዋእ ቍጥዓኡ ብዘይ ሕዋስ እተቐድሐ ወይኒ ቝጥዓ ኣምላኜ እውን ኪሰቲ እዩ፣ ኣብ ቅድሚ ቕዱሳት መላእኜትን ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሾልን ኚኣ ብሓውን ብዲንን ኪሳቐ እዩ።
68,425

68,426
am_tg
ዚሥቃያ቞ውም ጭስ ለዘላለም ወደ ላይ ይወጣልፀ ደግሞም አውሬውንና ምስሉን ዚሚያመልኩ እንዲሁም ዚስሙን ምልክት ዹሚቀበሉ ሁሉ ቀንና ሌሊት ምንም እሚፍት አይኖራ቞ውም።
ትኪ ስቓዮም ድማ ንዘለኣለመ ኣለም ይዓርግ፣ እቶም ነቲ ኣራዊትን ንምስሉን ዚሰግዱ፡ እቶም ምልክት ስሙ ኞኣ እተቐበሉ ዘበሉ፡ መዓልትን ለይትን ዕሚፍቲ ዚብሎምን።
68,427

68,428
am_tg
ዹአምላክን ትእዛዛት ዚሚጠብቁና ዚኢዚሱስን እምነት አጥብቀው ዹሚኹተሉ ቅዱሳን፣ መጜናት ዚሚያስፈልጋ቞ው እዚህ ላይ ነው።”
እቶም ትእዛዛት ኣምላኜን እምነት ዚሱስን ዚሕልዉ ቕዱሳት ኚኣ፡ ተጻዋርነቶም ኣብዚ እዩ።”
68,429

68,430
am_tg
ኹሰማይም እንዲህ ዹሚል ድምፅ ሰማሁ፩ “ይህን ጻፍፊ ኹዚህ ጊዜ ጀምሮ ኚጌታ ጋር ያላ቞ውን አንድነት ጠብቀው ዚሚሞቱ ደስተኞቜ ና቞ው። መንፈስም ‘አዎ፣ ያኚናወኑት ሥራ ወዲያው ስለሚኚተላ቞ው ኚድካማ቞ው ይሹፉ’ ይላል።”
ካብ ሰማይ ድማ፡ “ጜሓፍፊ እቶም ካብ ሕጂ ንደሓር ምስ ጐይታ ሓድነት ኣልይዎም ዚሞቱ ምዉታት ሕጉሳት እዮም። እወ፡ ግብሮም እግሪ እግሮም ኪስዕቊም እዩ እሞ፡ ካብ ጻዕሮም ኪዓርፉ እዮም፡ ይብል መንፈስ” ዚብለኒ ድምጺ ሰማዕኩ።
68,431

68,432
am_tg
ኚዚያም አዚሁፀ እነሆም፣ ነጭ ደመና ነበርፀ በደመናውም ላይ ዹሰውን ልጅ ዚሚመስል ተቀምጧልፀ እሱም በራሱ ላይ ዹወርቅ አክሊል ደፍቷልፀ በእጁም ስለታም ማጭድ ይዟል።
እንሆ ድማ፡ ጻዕዳ ደበና፡ ኣብ ርእሱ ኣኜሊል ወርቂ፡ ኣብ ኢዱ እውን በሊሕ ማዕጺድ ዘለዎ ወዲ ሰብ ዚመስል ኚኣ ኣብቲ ደበና ተቐሚጡ ሚኣኹ።
68,433

68,434
am_tg
ሌላ መልአክ ኚቀተ መቅደሱ ቅዱስ ስፍራ ወጥቶ በደመናው ላይ ለተቀመጠው “ዚአጚዳው ሰዓት ስለደሚሰ ማጭድህን ስደድና እጚድፀ ምክንያቱም ዚምድር መኹር ደርሷል” ሲል በታላቅ ድምፅ ጮኞ።
ካልእ መልኣኜ ድማ ካብ ቀተ መቕደስ ወጺኡ፡ ነቲ ኣብ ደበና እተቐመጠ፡ “ፍሹ ምድሪ ስለ ዝበጜሐ፡ ግዜ ዓጺድ ኣኺሉ ኣሎ እሞ፡ ማዕጺድካ ሰዲድካ ዕጞድ” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጞውዖ።
68,435

68,436
am_tg
በደመናውም ላይ ዹተቀመጠው ማጭዱን ወደ ምድር ሰደደፀ ምድርም ታጚደቜ።
እቲ ኣብ ደበና እተቐመጠ ኞኣ፡ ማዕጺዱ ናብ ምድሪ ሰደደ፡ ምድሪ እውን ተዓጜደት።
68,437

68,438
am_tg
አሁንም ሌላ መልአክ በሰማይ ካለው ቀተ መቅደስ ቅዱስ ስፍራ ወጣፀ እሱም ስለታም ማጭድ ይዞ ነበር።
ካልእ መልኣኜ ድማ ካብታ ኣብ ሰማይ ዘላ ቀተ መቕደስ ወጞ፣ ንሱ እውን በሊሕ ማዕጺድ ነበሮ።
68,439

68,440
am_tg
እንደገናም ሌላ መልአክ ኚመሠዊያው ወጣፀ እሱም በእሳቱ ላይ ሥልጣን ነበሚው። በታላቅ ድምፅ ጮኟም ስለታም ማጭድ ዚያዘውን መልአክ “ዚምድሪቱ ዹወይን ፍሬዎቜ ስለበሰሉ ስለታም ማጭድህን ስደድና ዚምድርን ዹወይን ዘለላዎቜ ሰብስብ” አለው።
ካልእ መልኣኜ ድማ ካብቲ መሰውኢ ወጞ፣ ንሱ ኞኣ ኣብ ልዕሊ ሓዊ ስልጣን ነበሮ። ነቲ በሊሕ ማዕጺድ ዝሓዘ ድማ፡ “እቲ ወይኒ በሲሉ እዩ እሞ፡ ነቲ በሊሕ ማዕጺድካ ሰዲድካ፡ ነቲ ዘለላታት ወይኒ ምድሪ ኣክቊ” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጞውዖ።
68,441

68,442
am_tg
መልአኩ ማጭዱን ወደ ምድር በመስደድ ዚምድርን ወይን ሰበሰበፀ ኚዚያም ወደ ታላቁ ዹአምላክ ዚቁጣ ወይን መጭመቂያ ወሚወሚው።
እቲ መልኣኜ ኚኣ ማዕጺዱ ናብ ምድሪ ሰዲዱ፡ ነቲ ወይኒ ምድሪ ኣኚቊ፡ ናብቲ ዓብዪ መጜመቝ ወይኒ ቝጥዓ ኣምላኜ እውን ደርበዮ።
68,443

68,444
am_tg
ወይኑ ኹኹተማው ውጭ ተሚገጠፀ ኚመጭመቂያውም እስኚ ፈሚሶቜ ልጓም ዚሚደርስ ኚፍታ ያለውና 296 ኪሎ ሜትር ገደማ ርቀት ያለው ደም ወጣ።
እቲ መጜመቝ ወይኒ ድማ ኣብ ወጻኢ ኾተማ ተሚግጞ፣ ካብቲ መጜመቝ ወይኒ ኞኣ 1,600 ስታድያ ዚኣክል፡ ክሳብ ልጓማት ኣፍራስ ዚበጜሕ ደም ወጞ።
68,445

68,446
am_tg
መልአኩም ኹአምላክና ኹበጉ ዙፋን ወጥቶ ዹሚፈሰውን እንደ ክሪስታል ዚጠራ ዚሕይወት ውኃ ወንዝ አሳዚኝፀ
ካብ ናይ ኣምላኜን ናይቲ ገንሾልን ዝፋን ዚውሕዝ ኹም ክሪስታል ዝምጜራዩ ፈለግ ማይ ህይወት ኚኣ ኣርኣዚኒ፣
68,447

68,448
am_tg
ወንዙም በኹተማዋ አውራ ጎዳና መካኚል ቁልቁል ይፈስ ነበር። በወንዙ ግራና ቀኝ በዚወሩ እያፈሩ በዓመት 12 ጊዜ ፍሬ ዚሚሰጡ ዚሕይወት ዛፎቜ ነበሩ። ዚዛፎቹም ቅጠሎቜ ሕዝቊቜን ለመፈወስ ዚሚያገለግሉ ነበሩ።
ብማእኚል እቲ ጐደና ድማ ይውሕዝ ነበሚ። ብኜልቲኡ ሞነኜ እቲ ፈለግ ኚኣ፡ ኣብ ወወርሒ እናፈሚያ፡ ኣብ ዓመት 12 ሳዕ ዚፈርያ ኣእዋም ህይወት ነበራ። ኣቝጜልቲ እተን ኣእዋም ድማ፡ ፈውሲ ኣህዛብ እዩ።
68,449

68,450
am_tg
በዚያም ኚእንግዲህ እርግማን አይኖርም። ኹዚህ ይልቅ ዹአምላክና ዹበጉ ዙፋን በኹተማዋ ውስጥ ይሆናልፀ ባሪያዎቹም ቅዱስ አገልግሎት ያቀርቡለታልፀ
ደጊም ኚኣ መርገም ኚቶ ኣይኪኞውንን እዩ። ናይ ኣምላኜን ናይቲ ገንሾልን ዝፋን ግና ኣብታ ኾተማ ኪኞውን እዩ፣ ባሮቱ እውን ኬገልግልዎ እዮም፣
68,451

68,452
am_tg
ፊቱንም ያያሉፀ ስሙም በግንባራ቞ው ላይ ይሆናል።
ገጹ ኞኣ ኪርእዩ እዮም፣ ስሙ እውን ኣብ ግምባሮም ኪኞውን እዩ።
68,453

68,454
am_tg
በተጚማሪም ኚእንግዲህ ወዲህ ሌሊት አይኖርምፀ ይሖዋ አምላክ በእነሱ ላይ ብርሃን ስለሚፈነጥቅ ዚመብራት ብርሃንም ሆነ ዹፀሐይ ብርሃን አያስፈልጋ቞ውምፀ ደግሞም ለዘላለም ይነግሣሉ።
ዹሆዋ ኣምላኜ ድማ ኬብርሃሎም እዩ እሞ፡ ደጊም ለይቲ ኣይኪኞውንን፡ መብራህቲ ዀነ ብርሃን ጾሓይ ኣይኬድልዮምን እዩ፣ ንዘለኣለመ ኣለም ኚኣ ኪነግሱ እዮም።
68,455

68,456
am_tg
መልአኩም እንዲህ አለኝ፩ “እነዚህ ቃላት አስተማማኝና እውነት ና቞ውፀ አዎ፣ ነቢያት በመንፈስ መሪነት እንዲናገሩ ዚሚያደርገው ይሖዋ አምላክ፣ በቅርብ ጊዜ ውስጥ መፈጾም ያለባ቞ውን ነገሮቜ ለባሪያዎቹ ለማሳዚት መልአኩን ልኳል።
ኹምዚ ድማ በለኒ፩ “እዚ ቓል እዚ እሙንን ሓቅን እዩ፣ እወ፡ ዚሆዋ፡ እቲ ንነብያት ኪንበዩ ድራኞ ዝገበሹ ኣምላኜ፡ እቲ ቐልጢፉ ኪኞውን ዘለዎ ነገር ንባሮቱ ኌርእዮም፡ መልኣኹ ሰዲዱ እዩ።
68,457

68,458
am_tg
እነሆ፣ እኔ ቶሎ እመጣለሁ። በዚህ ጥቅልል ውስጥ ዚሚገኙትን ዚትንቢት ቃላት ዚሚጠብቅ ማንኛውም ሰው ደስተኛ ነው።”
እንሆ፡ ቀልጢፈ እመጜእ ኣለኹ። እቲ ንቓል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ እዚኣ ዚሕሉ ዘበለ ሕጉስ እዩ።”
68,459

68,460
am_tg
እነዚህን ነገሮቜ ስሰማና ስመለኚት ዚነበርኩት እኔ ዮሐንስ ነኝ። እነዚህን ነገሮቜ በሰማሁና ባዚሁ ጊዜ እያሳዚኝ ለነበሹው መልአክ ልሰግድ እግሩ ሥር ተደፋሁ።
ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝሚኣኜዎን፡ ኣነ ዮሃንስ እዚ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ሚኣኹን ኚኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣዚኒ መልኣኜ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
68,461

68,462
am_tg
እሱ ግን “ተጠንቀቅ! ፈጜሞ እንዳታደርገው! እኔ ኹአንተም ሆነ ነቢያት ኚሆኑት ወንድሞቜህና በዚህ ጥቅልል ውስጥ ዚሰፈሩትን ቃላት ኚሚጠብቁት ሁሉ ጋር አብሬ ዹማገለግል ባሪያ ነኝ። ለአምላክ ስገድ” አለኝ።
ንሱ ግና፡ “ኚይትገብሮ ተጠንቀቕ! ኣነስ ኚማኻን ኚምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን ኚምቶም ንቓል እዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ እዚኣ ዚሕልዉን ባርያ እዚ። ንኣምላኜ ደኣ ኣምልኮ” በለኒ።
68,463

68,464
am_tg
ደግሞም እንዲህ አለኝ፩ “ዹተወሰነው ጊዜ ስለቀሚበ በዚህ ጥቅልል ውስጥ ዚሰፈሩትን ዚትንቢት ቃላት በማኅተም አታሜጋ቞ው።
ኹምዚ ድማ በለኒ፩ “እቲ ምዱብ ግዜ ቐሪቡ እዩ እሞ፡ ንቓል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ እዚኣ ኣይትሕተሞ።
68,465

68,466
am_tg
ጻድቅ ያልሆነ፣ በዓመፅ ጎዳናው ይቀጥልፀ ርኩስ ዹሆነውም በርኩሰቱ ይቀጥልፀ ጻድቅ ዹሆነው ግን በጜድቅ ጎዳና መመላለሱን ይቀጥልፀ ቅዱስ ዹሆነውም በቅድስና ይቀጥል።
እቲ ዓማጺ ብሕጂ እውን ይዓምጜ፣ እቲ ሚሳሕ ኚኣ ብሕጂ እውን ይርሳሕ፣ እቲ ጻድቕ ድማ ብሕጂ እውን ይጜደቕ፣ እቲ ቕዱስ ኚኣ ብሕጂ እውን ይቀደስ።
68,467

68,468
am_tg
“‘እነሆ፣ እኔ ቶሎ እመጣለሁፀ ለእያንዳንዱ እንደ ሥራው ዹምኹፍለው ብድራት ኚእኔ ጋር ነው።
“‘እንሆ፡ ቀልጢፈ እመጜእ ኣለኹ፡ ንነፍሲ ወኹፍ ኹኹም ግብሩ ኜፈድዮ ኞኣ፡ እቲ ዝህቩ ዓስቢ ምሳይ እዩ።
68,469

68,470
am_tg
እኔ አልፋና ኊሜጋ፣ ፊተኛውና ኋለኛው፣ ዚመጀመሪያውና ዚመጚሚሻው ነኝ።
ኣልፋን ኊሜጋን፡ ቀዳማይን ዳሕራይን፡ መጀመርታን መወዳእታን ኣነ እዚ።
68,471

68,472
am_tg
ኚሕይወት ዛፎቜ ፍሬ ዚመብላት መብት እንዲያገኙና በበሮቿ በኩል ወደ ኹተማዋ መግባት እንዲፈቀድላ቞ው ልብሳ቞ውን ዚሚያጥቡ ደስተኞቜ ና቞ው።
እቶም ናብተን ኣእዋም ህይወት ኪኞዱ ስልጣን ምእንቲ ኺህልዎም ኢሎም፡ ናብታ ኾተማ ኞኣ ብኣፍ ደገታት ምእንቲ ኺኣትዉ ኢሎም፡ ነቲ ወለል ዚብል ክዳውንቶም ዚሓጜቡ ሕጉሳት እዮም።
68,473

68,474
am_tg
ውሟቜ፣ መናፍስታዊ ድርጊት ዚሚፈጜሙ፣ ሎሰኞቜ፣ ነፍሰ ገዳዮቜ፣ ጣዖት አምላኪዎቜ እንዲሁም ውሞትን ዚሚወዱና ዚሚዋሹ ሁሉ ኹኹተማዋ ውጭ አሉ።’
እቶም ኣኜላባትን መናፍስታዊ ተግባራት ዚገብሩን ኣመንዝራታትን ቀተልቲ ነፍስን ኣምለኜቲ ጣኊትን እቶም ሓሶት ዚፈትዉን ዚሕስዉን ዘበሉ ዅሎምን ኚኣ ኣብ ወጻኢ እዮም።’
68,475

68,476
am_tg
“‘እኔ ኢዚሱስ ለጉባኀዎቹ ጥቅም ስል ስለ እነዚህ ነገሮቜ ለእናንተ ለመመሥኚር መልአኬን ልኬአለሁ። እኔ ዚዳዊት ሥርና ዘር እንዲሁም ደማቅ አጥቢያ ኮኚብ ነኝ።’”
“‘ኣነ ዚሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኀታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክሚልኩም ኢለ፡ ንመልኣኞይ ሰዲደዮ እዚ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጜባሕ እዚ።’”
68,477

68,478
am_tg
መንፈሱና ሙሜራይቱም “ና!” ይላሉፀ ዹሚሰማም ሁሉ “ና!” ይበልፀ ዹተጠማም ሁሉ ይምጣፀ ዹሚፈልግ ሁሉ ዚሕይወትን ውኃ በነፃ ይውሰድ።
እቲ መንፈስን እታ መርዓትን፡ “ንዓ!” ይብሉ ኣለዉ። እቲ ዚሰምዕ እውን፡ “ንዓ!” ይበል። ዝጾምአ ኞኣ ይምጻእ፣ ዝደለዹ እውን ማይ ህይወት ብናጻ ይውሰድ።
68,479

68,480
am_tg
“በዚህ ጥቅልል ላይ ዚሰፈሩትን ዚትንቢት ቃላት ለሚሰማ ሁሉ እመሠክራለሁፊ ማንም በእነዚህ ነገሮቜ ላይ አንዲት ነገር ቢጚምር አምላክ በዚህ ጥቅልል ውስጥ ዚተጻፉትን መቅሰፍቶቜ ይጚምርበታልፀ
“ቃል ትንቢት እዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ እዚኣ ንዚሰምዑ ዘበሉ እምስክሚሎም ኣለኹፊ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሲኹ፡ ኣምላኜ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ እዚኣ ተጻሒፉ ዘሎ መዓታት ኪውስኞሉ እዩ፣
68,481

68,482
am_tg
ማንም በዚህ ዚትንቢት መጜሐፍ ጥቅልል ላይ ኚሰፈሩት ቃላት አንዲት ነገር ቢያጎድል አምላክ በዚህ ጥቅልል ላይ ኚተጠቀሱት ዚሕይወት ዛፎቜና ኚቅድስቲቱ ኹተማ ዕጣ ፋንታውን ይወስድበታል።
ሓደ እኳ ኻብ ቃል እዚ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ዘሎ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕዲሉ፡ ኣምላኜ ካብተን ኣብዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ተጻሒፈን ዘለዋ ኣእዋም ህይወትን ቅድስቲ ኾተማን ግዲኡ ኌጕድለሉ እዩ።
68,483

68,484
am_tg
“ስለ እነዚህ ነገሮቜ ዹሚመሠክሹው ‘አዎ፣ ቶሎ እመጣለሁ’ ይላል።” “አሜን! ጌታ ኢዚሱስ፣ ና።”
“እቲ ነዚ ነገር እዚ ዚምስክር፡ ‘እወ፡ ቀልጢፈ እመጜእ ኣለኹ’ ይብል ኣሎ።” “ኣሜን! ጐይታና ዚሱስ፡ ንዓ።”
68,485

68,486
am_tg
ዚጌታ ዚኢዚሱስ ጾጋ ኚቅዱሳኑ ጋር ይሁን።
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ምስ ቅዱሳት ይኹን።
68,487
tg_am
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ምስ ቅዱሳት ይኹን።
ዚጌታ ዚኢዚሱስ ጾጋ ኚቅዱሳኑ ጋር ይሁን።
68,488
am_tg
እኔም ሌላ ታላቅና አስደናቂ ምልክት በሰማይ አዚሁፀ ሰባት መቅሰፍቶቜ ዚያዙ ሰባት መላእክት ነበሩ። ዹአምላክ ቁጣ ዹሚደመደመው በእነዚህ ስለሆነ እነዚህ መቅሰፍቶቜ ዚመጚሚሻዎቹ ና቞ው።
ኣብ ሰማይ ድማ ካልእ ዓብይን ዜገርምን ትእምርቲ፡ ሾውዓተ መዓት ዝሓዙ ሾውዓተ መላእኜቲ ሚኣኹ። እቲ ቝጥዓ ኣምላኜ ብእኡ ኺፍጞም እዩ እሞ፡ እዚ እቲ ዳሕሚዋይ እዩ።
68,489

68,490
am_tg
እኔም ኚእሳት ጋር ዹተቀላቀለ ዚብርጭቆ ባሕር ዚሚመስል ነገር አዚሁፀ እንዲሁም አውሬውን፣ ምስሉንና ዚስሙን ቁጥር ድል ዚነሱት ዹአምላክን በገናዎቜ ይዘው በብርጭቆው ባሕር አጠገብ ቆመው ነበር።
ምስ ሓዊ እተሓወሰ ኾም መሚጌን ዚመስል ባሕሪ ኞኣ ሚኣኹ፣ እቶም ነቲ ኣራዊትን ነቲ ምስሉን ነቲ ቝጜሪ ስሙን ዝሰዓሩ፡ መሰንቆታት ኣምላኜ ሒዞም፡ ኣብ ጥቓ እቲ ባሕሪ መሚጌን ደው ኢሎም ሚኣኹ።
68,491

68,492
am_tg
ዹአምላክን ባሪያ ዹሙሮን መዝሙርና ዹበጉን መዝሙር እንዲህ እያሉ ይዘምሩ ነበር፩ “ሁሉን ቻይ ዹሆንኹው ይሖዋ አምላክ ሆይ፣ ሥራዎቜህ ታላቅና አስደናቂ ና቞ው። ዹዘላለም ንጉሥ ሆይ፣ መንገድህ ጜድቅና እውነት ነው።
መዝሙር ሙሮ እቲ ባርያ ኣምላኜን መዝሙር እቲ ገንሾልን ኹምዚ እናበሉ ዘመሩፊ “ኣታ ዅሉ እትኜእል ዹሆዋ ኣምላኜ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ። ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።
68,493

68,494
am_tg
ይሖዋ ሆይ፣ ለመሆኑ አንተን ዚማይፈራና ስምህን ኹፍ ኹፍ ዚማያደርግ ማን ነው? አንተ ብቻ ታማኝ ነህና! ዚጜድቅ ድንጋጌዎቜህ ስለተገለጡ ሕዝቊቜ ሁሉ መጥተው በፊትህ ይሰግዳሉ።”
ኩ ዚሆዋ፡ ንስኻ በይንኻ እሙን ኢኻ እሞ፡ ዘይፈርሃካን ንስምካ ዘዚኜብርንኚ መን እዩ፧ ቅኑዕ ትእዛዛትካ ተጋሂዱ እዩ እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ኪመጹን ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱን እዮም።”
68,495

68,496
am_tg
ኹዚህ በኋላ አዚሁፀ ዚምሥክሩ ድንኳን ቅዱስ ስፍራ በሰማይ ተኚፍቶ ነበርፀ
ድሕርዚ ድማ ሚኣኹ፡ እታ መቕደስ ድንኳን ምስክር ኚኣ ኣብ ሰማይ ተኞፍተት፣
68,497

68,498
am_tg
ሰባቱን መቅሰፍቶቜ ዚያዙት ሰባቱ መላእክትም ንጹሕና ዚሚያንጞባርቅ በፍታ ለብሰው እንዲሁም ደሚታ቞ውን በወርቅ መታጠቂያ ታጥቀው ኚቅዱሱ ስፍራ ወጡ።
እቶም ሾውዓተ መዓት ዝሓዙ ሾውዓተ መላእኜቲ፡ ጜሩይ ብሩህ በፍታ ተኞዲኖም፡ ዕጣቕ ወርቂ ድማ ኣብ ኣፍ ልቩም ተዓጢቖም ካብታ መቕደስ ወጹ።
68,499