amh
stringlengths
4
246
tig
stringlengths
3
240
ኃላፊነት ያለው አንድ ሰው ተገቢ ያልሆነ ነገር ሲፈጜምብን ለአምላክ ያለን ታማኝነት ሊፈተን ይቜላል።
ሓላፍነት ዘለዎ ሰብ ብጌጋ ምስ ዚፈርደና፡ ንዹሆዋ ዘሎና ተኣማንነት ይፍተን እዩ።
ኹሁሉም በላይ በመንፈሳዊ ነገሮቜ ላይ በዚዕለቱ ማሰላሰላቜን አእምሯቜንን ድንቅ አድርጎ ለፈጠሹው አምላክ ክብር ያመጣልፀ እሱም በአሁኑ ጊዜ ደስተኛ እንድንሆን ያደርገናልፀ ወደፊት ደግሞ ጜድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ ዹዘላለም ሕይወት በመስጠት ይባርኚናል።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት በብመዓልቱ ምስትንታን ንፈጣሪ እቲ ዜደንቕ ኣእምሮና ኜብሪ ዚምጜኣሉ እዩ፣ ንሱ ኞኣ፡ ሕጂ ሓጐስ፡ ኣብታ ጜድቂ ዝሰፈና ሓዳስ ዓለም ድማ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህበና እዩ።
መኚራ ሲደርስበት አልዛተምፀ ኹዚህ ይልቅ በጜድቅ ለሚፈርደው ለይሖዋ ራሱን በአደራ ሰጥቷልፀ እኛም ዚኢዚሱስን ምሳሌ እንኚተላለን።
መኚራ ኺጞግብ ኹሎ ድማ፡ ነቲ ብጜድቂ ዚፈርድ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሃበ እምበር፡ ኣዚፈራርሀን።
ኢዚሱስ፣ ደቀ መዛሙርቱን እንዲጠብቃ቞ው ወደ ይሖዋ ጞልዮአል።
ሓደ እዋን፡ ዚሱስ ንዚሆዋ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ኺሕልዎም ብጞሎት ለሚንዎ እዩ።
እኛም ዚኢዚሱስን ምሳሌ በመኚተል፣ ዚመምሚጥ ነፃነታቜንን ለይሖዋ ክብር ለማምጣትና ዚእሱን ፈቃድ ለመፈጾም እንጠቀምበት።
ንሕና እምበኣር ንዚሱስ ንምሰሎ፡ ናይ ምምራጜ ናጜነትና እውን ንዹሆዋ ንምኜባርን ፍቓዱ ንምግባርን ነውዕሎ! እዚ ግና ብሓቂ ዚኚኣል ድዩ፧
ተሞክሮ ያላ቞ው እነዚህ ወንድሞቜ፣ ባለትዳሮቜ በአምላክ ቃል ውስጥ ዹሚገኘውን ምክር ተግባራዊ እንዲያደርጉ ሊሚዷ቞ው ይቜላሉ።
እቶም ምኩራት ኣሕዋት ኚኣ ነቶም ሰብ ሓዳር፡ ኣብ ቃል ኣምላኜ ዚርኚብ ምኜሪ ንምትግባር ኪሕግዝዎም ይኜእሉ እዮም።
አምላክ ታማኞቹን እንደሚባርክ ብሎም ኚቀድሞ ሕይወታ቞ው እንዲሁም አሁን ካሉበትና ወደፊት ሊያጋጥማ቞ው ኚሚቜለው ሁኔታ ጋር በተያያዘ ዹሚሰማቾውን ጭንቀት ለመቋቋም እንደሚሚዳ቞ው እርግጠኛ ሁን።
ኣምላኜ ንእሙናቱ ዓስቢ ኾም ዚህቊም፡ ንዝሓለፈን ንናይ ሎምን ንናይ መጻእን ጭንቀት ኪዋጜእሉ ድማ ኹም ዚሕግዞም ርግጾኛ ኜትኚውን ትኜእል ኢኻ።
ሁላቜንም ስህተት ስለምንሠራ እኛም ሌሎቜን ልንበድል እንደምንቜል ማስታወሳቜን ጠቃሚ ነው።
ኵላትና ጕድለት ስለ ዘሎና፡ ንኻልኊት ኚነጕህዮም ኹም እንኜእል ክንዝክር ኣሎና።
እንግዲያው እምነታቜንን ማጠናኚራቜንን እና ለይሖዋ እንደምናደርገው በማሰብ በሙሉ ነፍሳቜን ማገልገላቜንን እንቀጥል።
ስለዚ፡ ሕጂ እምነትና ነደልድል፡ ንዹሆዋ ድማ ብምሉእ ነፍስና ነገልግሎ።
ዹአምላክን ቃል በማንበብና ባነበብነው ላይ በማሰላሰል ጥበብን፣ ጥልቅ ማስተዋልን፣ እውቀትን፣ ዹማመዛዘን ቜሎታንና ጀናማ አስተሳሰብን ማዳበር እንቜላለን።
ቃል ኣምላኜ ብምንባብን ብዛዕባኡ ብምስትንታንን፡ ጥበብን ልቩናን ፍልጠትን ምስትውዓልን ምምዝዛንን ልብምናን ኚነጥሪ ንኜእል ኢና።
ይስሐቅን መሥዋዕት ሊያደርገው እንደሆነ እያወቀ ኚይስሐቅ ጋር እንደሚመለስ ለአገልጋዮቹ ሲናገር እዚዋሞ ነበር?
ይስሃቅ ኹም ዚስዋእ እናፈለጠ ኜነሱ፡ ኹም ዚምለስ ኪነግሮም ኚሎስ፡ ይሕስዎም ድዩ ነይሩ፧
መጜሐፍ ቅዱስ፣ ዚትዳር ጓደኛ ዹሚፈልጉ ዹአምላክ አገልጋዮቜ በጌታ ብቻ እንዲያገቡ ይኾውም ራሱን ወስኖ ዹተጠመቀና በመጜሐፍ ቅዱስ መሥፈርቶቜ ዚሚመራ ዹይሖዋ አገልጋይ ብቻ እንዲያገቡ ይመክራል።
መጜሓፍ ቅዱስ ነቶም መጻምድቲ ዚደልዩ ዘለዉ ኣገልገልቲ ኣምላኜ፡ ብጐይታ ጥራይ ኪምርዓዉ፡ ማለት ርእሱ ወፍዩ እተጠምቀን ምስ ቅዱስ ጜሑፋዊ ትምህርትታት ተሰማሚዑ ዚነብርን ኣገልጋሊ ዹሆዋ ኺምርዓዉ እዩ ዚመኜሮም።
በሌላ በኩል ደግሞ ኹፍተኛ ትምህርት በመኚታተል ታላላቅ ነገሮቜን ለማግኘት ዚምንጥር ኹሆነ ዓለምን እንደምንወድ ዚሚያሳይ ሊሆን ይቜላል።
ወይ ኚኣ፡ ንዓለም ምፍታው ኪብሃል ኚሎ፡ ዝለዓለ ትምህርቲ ብምክትታልን ብኻልእ መገድን ዓበይቲ ነገራት ክትሚክብ ምጜዓር እውን ኬጠቓልል ይኜእል እዩ።
ኃጢአተኞቜ ብንሆንም እንኳ ኃጢአት ሕይወታቜንን እንዲቆጣጠሚው ኚመፍቀድ ሌላ አማራጭ እንደሌለን አድርገን ልናስብ አይገባም።
ሓጥኣን እኳ እንተ ዀንና፡ ሓጢኣት ኪቈጻጞሚና ግና ክንፈቅድ ዚብልናን።
ምናልባት ሕሊናው አሁንም ደካማ ሊሆንና ተጚማሪ ሥልጠና ሊያስፈልገው ይቜላልፀ አሊያም በአንዳንድ ጉዳዮቜ ላይ በጣም ጥብቅ ሊሆን ይቜላል።
ምናልባት ሕልናኡ ገና ድኹም ስለ ዝዀነ፡ ዝያዳ ስልጠና ዚድልዮ ይኞውን፡ ወይ እውን ኣብ ገሊኡ ጕዳያት ተነቃፊ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ጳውሎስ ወንድሞቹን ኃጢአት ለሰውነታቜሁ ምኞት ተገዢ እንድትሆኑ በማድሚግ ሟቜ በሆነው ሰውነታቜሁ ላይ መንገሡን እንዲቀጥል አትፍቀዱ በማለት አሳስቧ቞ዋል።
ጳውሎስ ንኣሕዋቱ፡ ንትምኒት ሰብነትኩም ምእንቲ ኞይትእዘዙ፡ ሓጢኣት ኣብቲ መዋቲ ሰብነትኩም ኣይንገስ ኢሉ ተማሕጺንዎም እዩ።
አንድ ዚደቜ ጋዜጣ፣ ዚአብያተ ክርስቲያናት መሪዎቜ ባደሚጉት ስብሰባ ላይ ዹነበሹውን ሁኔታ አስመልክቶ ሲዘግብ እንዲህ ብሏልፊ አዚሩ ሞቃት በመሆኑ ዚብዙዎቹ አለባበስ በመዝናኛ ቊታ እንደሚታዚው ዓይነት ነው።
ሓንቲ ኣብ ነዘርላንድስ እትሕትም ጋዜጣ ብዛዕባ ኣኌባ መራሕቲ ቀተ ክርስትያን ኣብ ዘቕሚበቶ ጞብጻብ፡ ምናዳ ሃሩር ኣብ ዚዀነሉ እዋን፡ ዘይምዕሩግ ክዳውንቲ ትርኢ ኢኻ በለት።
እያንዳንዱ ክርስቲያን ዚመምሚጥ ነፃነት ስለተሰጠው፣ ሁለት ክርስቲያኖቜ ሁልጊዜ ፍጹም አንድ ዓይነት ውሳኔ ያደርጋሉ ብሎ መጠበቅ አይቻልም።
ናይ ምምራጜ ናጜነት ንዅላትና ስለ እተዋህበና፡ ክልተ ክርስትያናት ወትሩ ሕደ ውሳነ ኺገብሩ ኣይክእሉን እዮም።
በእርግጥም ዹምናደርጋቾው ውሳኔዎቜ ለውጥ ያመጣሉ።
እምበኣር፡ ብሕታዊ ውሳነታትና ኣገዳስነት ኣለዎ።
ጳውሎስ በጻፋ቞ው ደብዳቀዎቜ ላይ ለእምነት ባልንጀሮቹ ያለውን አድናቆት ገልጿል።
ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ ክርስትያን ብጟቱ ጜቡቕ ተዛሪቡ እዩ።
ነቅተን መጠበቅ ያለብን ለምን እንደሆነ እናውቃለን።
ንቑሕ ክትኰነሉ ዘሎካ ምኜንያት ኣጞቢቕካ ትፈልጊ ኢኻ።
በዘመናቜን እንደ ጣዖት ዚሚመለኩ ብዙ ነገሮቜ አሉፀ አንዳንድ ጊዜ ሰዎቜ እነዚህን ነገሮቜ እንደ ጣዖት እያመለኳ቞ው እንዳሉ እንኳ ላይገነዘቡ ይቜላሉ።
ሎሚ፡ ኣምልኟ ጣኊት ብዙሕ መልክዕ እዩ ዘለዎ፣ አሹ ገሊኡስ ብቐሊሉ ኞተለልዮ እኳ ኣይኚኣልን እዩ።
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዹነበሹው ዹበላይ አካል ለጉባኀዎቜ በጻፈው ደብዳቀ መጚሚሻ ላይ ዹሰፈሹው ይህ ዚመሰናበቻ ሐሳብ ጠንካራ ሁኑ ተብሎም ሊተሹጎም ይቜላል።
እታ፡ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሹ ኣመሓዳሪ ኣካል ናብ ኵለን ጉባኀታት ዝለኣኻ ደብዳበ፡ እቲ ናይ መወዳእታ ቓላታ በርትዑ ተባሂሉ እውን ኪትርጐም ይኜእል እዩ።
ይሖዋን ብቻ ማምለክ ኹፈለግን በሕይወታቜን ውስጥ ለእሱ ብቻ ልንሰጠው ዚሚገባውን ቊታ ሌላ ነገር እንዲወስደው ሌላው ቀርቶ እንዲጋራው እንኳ ልንፈቅድ አይገባም።
ንዹሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ምእንቲ ኜንህቊ፡ ኣብ ህይወትና ንዹሆዋ ጥራይ ክንህቩ ዚግባእ ቊታ ንዝዀነ ይኹን ካልእ ነገር ኹይንህቩ ኜንጥቀቕ ኣሎና።
አንድ ሰው አቅሙን ማወቁ በሚያሳዚው ባሕርይ ላይ ለውጥ ያመጣልፀ መጜሐፍ ቅዱስ መጀመሪያ በተጻፈበት ቋንቋ ይህ አገላለጜ በዋነኝነት ዚሚያመለክተው ይህን ሳይሆን አይቀርም።
እቲ በቲ በዅሪ ቛንቋ እተዳለወ ጜሑፍ ኚኣ፡ ዓቕምና ምፍላጥና ምስ ካልኊት ኣብ እንገብሮ ርክብ ብኞመይ ኹም ዚጾልወና ዜጕልሕ እዩ ዚመስል።
በወንድሞቻቜን ወይም በእህቶቻቜን ላይ ቂም ይዘን ኹሆነ ይቅር ለማለት ዝግጁ ዹሆነውን ይሖዋን መምሰል ይኖርብናል።
ኣብ ኣሕዋትና ወይ ኣብ ኣሓትና ቕር ዘበለና ነገር እንተ ኣልዩ ነቲ ንይቕሚታ ድልዊ ዝዀነ ዹሆዋ ኜንመስሎ ይግባእ።
ኚዚያ ጊዜ ወዲህ፣ ኚኢዚሱስ ጋር በሰማይ ዚሚገዙት ቅቡዓን ቀሪዎቜና ኹዚህ ሥርዓት ጥፋት ተርፈው ወደ አዲሱ ዓለም ዚሚገቡት እጅግ ብዙ ሕዝብ እዚተሰበሰቡ ነው።
ድሕሪኡ፡ እቶም ኣብ ምድሪ ተሪፎም ዘለዉ ምስ ዚሱስ ኣብ ሰማይ ዚገዝኡ ቕቡኣትን እቶም ካብ ጥፍኣት እዚ ስርዓት እዚ ድሒኖም ናብ ሓዳስ ዓለም ዚኣትዉ ብዙሓት ህዝቢ ኺእኚቡ ጀሚሮም እዮም።
እኛም አንዳንድ ዹበላይ ባለሥልጣናት ክብር ሊሰጣ቞ው እንደማይገባ ይሰማን ይሆናልፀ ሆኖም አምላክ ባዘዘው መሠሚት ሁኔታው በሚፈቅድበት ጊዜ ሁሉ ለእነሱ በመገዛት ለይሖዋ ታማኝ መሆናቜንን ማሳዚት እንቜላለን።
ንሕና እውን ዋላ እኳ ገሊኩም ሰበ ስልጣን ኣኜብሮት ዘይግብኊም እንተ መሰሉና፡ ዚኚኣል ኣብ ዝዀነሉ መዳይ ኚምቲ ኣምላኜ ዚደልዹና ኣብ ልዕሌና ንዘለዉ ሰበ ስልጣን ተገዛእቲ ብምዃን፡ ንዹሆዋ እሙናት ክንኹውን ንኜእል ኢና።
እዚህ ግብ ላይ ለመድሚስ ወደ ይሖዋ ትጞልያለህ?
እሞኞ ብዛዕባ እዚ ትጜሊ ዲኻ፧
ኚመጜሐፍ ቅዱስ ዹተማርነውን ነገር በተግባር በማዋል ይሖዋን ዚሚያስደስቱ ውሳኔዎቜን ማድሚግ እንቜላለን።
ነቲ ኻብ መጜሓፍ ቅዱስ እተምሃርናዮ ኣብ ግብሪ ብምውዓል፡ ንዹሆዋ ዜሐጕስ ውሳነታት ክንገብር ንኜእል ኢና።
መዝናኛን፣ አለባበስንና አጋጌጥን፣ ዚገንዘብ አያያዝን እንዲሁም ኚሌሎቜ ጋር ያለንን ግንኙነት በተመለኹተ ውሳኔ ዹሚጠይቁ ነገሮቜ በዚዕለቱ ያጋጥሙናል።
በብመዓልቱ ብዛዕባ መዘናግዒ፡ ኣኚዳድና፡ ኣመለኻኜዓ፡ ኣተሓሕዛ ገንዘብ፡ ምስ ሰብ ተሳኒኻ ብዛዕባ ምንባር ውሳነ ኜንገብር ዚድልዚና እዩ።
ያም ሆኖ ዮናታን አጾፋውን አልመለሰም።
ዮናታን ግና ኹም ግብሩ ኣይፈደዮን።
ዋናው ቁም ነገር፣ በአምላክ ቃል ላይ ለማሰላሰል እምብዛም አስፈላጊ ካልሆኑ ነገሮቜ ላይ ጊዜ መግዛት መቻላቜን ነው።
ስለዚ፡ በብመዓልቱ ብዛዕባ ቓል ኣምላኜ ምእንቲ ኞነስተንትን፡ ካብቲ ብዙሕ ኣገዳሲ ዘይኰነ ነገራት ግዜ ኜንዕድግ ኣገዳሲ እዩ።
በዓለም ዙሪያ በሚገኙ ጉባኀዎቜ አማካኝነት ዹሚሰጠን መመሪያ ጥሚታቜንን አስተባብሚን እንድንሠራ ያስታጥቀናል።
እቲ ኣብ ብዘላ ዓለም ብዚርኚባ ጉባኀታት ኣቢሉ ዚውሃበና መምርሒታት፡ ንጻዕርታትና ሓድነት ምእንቲ ኺህልዎ ዚዳልወና እዩ።
ልጁም ተመሳሳይ ኃይል አለው።
ወዱ እውን ኚምኡ ዓይነት ሓይሊ ኣለዎ።
ይህ በጣም አስፈላጊ ዹሆነው ለምንድን ነው?
እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
ይሖዋ ማንኛውንም ነገር ዚሚያደርገው በፍቅር ተነሳስቶ ስለሆነ አገልጋዮቹ በሙሉ ዚእሱ ዓይነት ፍቅር እንዲያሳዩ ይፈልጋል።
ኣምላኜ ንዅሉ ነገራት ብፍቕሪ ተደሪኹ ስለ ዚገብሮ፡ ፍቕሪ ዓብላሊት ባህርይ ኣምለኜቱ ኜትኚውን እዩ ዚደሊ።
በዚያ ዹነበሹው ምኩራብ አለቆቜ ወንድሞቜ ሆይ፣ ሕዝቡን ዚሚያበሚታታ ዚምትናገሩት ቃል ካላቜሁ ተናገሩ አሏ቞ው።
መራሕቲ እቲ ኣብኡ ዝነበሹ ምኵራብ ንዓታቶም፡ ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንህዝቢ ዚንገር ገለ ዜተባብዕ ቃል እንተ ኣልዩኩም፡ ንገሩ በልዎም።
እያንዳንዱ ቀን ዚራሱ ተፈታታኝ ሁኔታዎቜ አሉትፀ በመሆኑም ክርስቲያኖቜ አሁን ያላ቞ው ጭንቀት እንዳይበቃ቞ው፣ ስላለፈው ወይም ስለ ወደፊቱ ጊዜ እያሰቡ መጹነቅ አያስፈልጋ቞ውም።
ዝዀነት መዓልቲ ናይ ርእሳ ጭንቀት ስለ ዘለዋ፡ ክርስትያናት ንዝሓለፈ ጭንቀት ወይ ንጭንቀት መጻኢ ናብ ናይ ሎሚ ጭንቀት ኪውስኜዎ ዚብሎምን።
በተመሳሳይ እኛም መንፈሳዊ ፍላጎታቜንን ዚሚያሚካ ምግብ ለመመገብ ጥሚት ማድሚግ አለብን።
ንሕና እውን ንልብና በቲ ንዓና ብብሕቲ ዜድልዚና መንፈሳዊ ምግቢ ንምዕንጋል ኜንጜዕር ኣሎና።
ለምሳሌ፣ ጳውሎስ በሮም ኚነበሩት ወንድሞቜ መካኚል አንዳንዶቹ ለራሳ቞ው ፍላጎት ባሪያዎቜ እንደነበሩ ጜፏልፀ ይህም ዚፆታ ፍላጎትን አሊያም ዚምግብ፣ ዚመጠጥ ወይም ሌላ ዓይነት ፍላጎትን ሊጹምር ይቜላል።
ንኣብነት፡ ገሊኩም ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ኣሕዋት ንኞብዶም ይግዝኡ ምንባሮም ጳውሎስ ገሊጹ ኣሎ፣ እዚ ማለት ኚኣ ንጟታዊ ትምኒቶም ዚግዝኡ፡ ወይ ምግብን መስተን ካልእ ነገራትን ዚሃርፉ ምዃኖም ዜመልክት ኪኞውን ይኜእል እዩ።
በእርግጥም በዘመኑ መጚሚሻ ለይሖዋ ዹምናቀርበው አምልኮ እጅግ ዹላቀ ነው።
እወ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ዘሎ ዓይነት ኣምልኟ፡ ብሓቂ ልዕል ዝበለ እዩ።
እንዲያውም መውጫ መንገዱን ያዘጋጅልናል።
እወ፡ መዋጜኊ ይገብሚሎም እዩ።
ዹውጭ አገር ሰዎቜ ወደ መንግሥት አዳራሻቜን መጀመሪያ ሲመጡ ሞቅ አድርገን በመቀበል ደግነት ልናሳያ቞ው እንቜላለን።
ካብ ካልእ ዓዲ ንዝመጹ ሓደስቲ ኣብ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ሓንጐፋይ ኢልና ብምቕባል፡ ክንልውሃሎም ንኜእል ኢና።
ዹዚህ ሥርዓት አምላክ ዹሆነው ሰይጣን ዹይሖዋን ሕዝብ ዹሚጠላና ዹሚቃወም ቢሆንም እንኳ መንፈሳዊ ብልጜግና ማግኘታቜን አስገራሚ ነው።
ብፍላይ ኚኣ፡ ህዝቢ ዹሆዋ እቲ ኣምላኜ እዚ ስርዓት እዚ ዝዀነ ሰይጣን እናጞልኊምን እናተጻሚሮምን ክነሱ፡ ብመንፈስ ይብልጜጉ ምህላዎም ዜደንቕ እዩ።
አንዳንድ ጊዜ ደግሞ ውሳኔያቜንን እንድንቀይር ዚሚያደርግ አዲስ መሹጃ እናገኝ ይሆናል።
ወይ ኚኣ ውሳነና ኞነዐሪ ምኜንያት ኪዀነና ዚኜእል ሓድሜ ሓበሬታ ኜንሚክብ ንኜእል ኢና።
በዛሬው ጊዜ ይሖዋ ታላቅ ዚማስተማር ዘመቻ እያካሄደ ሲሆን ሁላቜንም በዚህ ሥራ መካፈል እንቜላለን።
ኵላትና ኣብዚ ሎሚ ዹሆዋ ዚመርሖ ዘሎ ዓብዪ ወፈራ ስብኚት ክንካፈል ንኜእል ኢና።
ማርያም፣ ኢዚሱስ ለሰዎቜ እስካሁን ያላሳዚው ኃይል እንዳለው ተማምና ይሆን?
ኚመይሲ፡ ንሱ ወዲ እቲ ልዑል ኹም ዚብሃል ትፈልጥ ነይራ እያ።
እሱን እያመለክን ሌሎቜ አማልክትንም ማምለክ አሊያም ለእሱ በምናቀርበው አምልኮ ውስጥ ዚሐሰት ትምህርቶቜንና ልማዶቜን መቀላቀል አንቜልም።
ንዕኡ እናኣምለኜና፡ ንኻልኊት ኣምልኜቲ ኞነምልኜ፡ ወይ ናይ ሓሶት ኣምልኟ ሓሳባትን ተግባራትን ኚነተኣታቱ ኣይንኜእልን ኢና።
ዹሰው ልጆቜ በሙሉ ዚኃጢአትንና ዚሞትን እርግማን ዚወሚሱት እንዎት ነው?
ደቂ ሰብ ነቲ ኣብ ኵላትና ወሪዱ ዘሎ መዓት፡ ማለት ሓጢኣትን ሞትን ብኞመይ እዮም ወሪሶምዎ፧
እንግዲያው አምላክ፣ ክርስቲያኖቜ በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር እንደሌለባ቞ው በጳውሎስ በኩል ማሳሰቢያ መስጠቱ ዚሚያስገርም አይደለም።
ስለዚ ድማ እዩ ኣምላኜ ብጳውሎስ ኣቢሉ ንክርስትያናት ናይ ስጋ ብዛዕባ ምሕሳብ ዘጠንቀቖም።
አለባበሳቜን ለአምላክ ያደርን ነን ለሚሉ ሰዎቜ ዚሚገባ መሆን ይኖርበታል።
ንኣምላኜ ተወፋይነት ንዘለዎም ኹም ዚግባእ ክንክደን ኣሎና።
አምላክ ሳኊልን ኚሥልጣኑ ወዲያው ስላላወሚደው፣ ዚእሱ መጥፎ ድርጊት ለተገዢዎቹም ሆነ በቅርቡ ለነበሩት ሰዎቜ ፈተና ሆኖባ቞ው ነበር።
ኣምላኜ ንሳኊል ብኡብኡ ኻብ ዝፋኑ ስለ ዘዚውሚዶ፡ እቲ ሕማቕ ኣካይዳኡ ንተገዛእቱን ንዅሎም እቶም ዚቐርብዎን ፈቲንዎም እዩ።
በሕይወታቜን ውስጥ ዹምናደርጋቾው ኚበድ ያሉ ውሳኔዎቜ በመንፈሳዊ ጀንነታቜን ላይ ኹፍተኛ ተጜዕኖ ሊያሳድሩ ይቜላሉ።
ኚቢድ ብሕታዊ ውሳነታት ኣብ መንፈሳዊ ጥዕናናን ድሕንነትናን ሓያል ጜልዋ ኺህልዎ ይኜእል እዩ።
እርግጥ እንዲህ ማድሚግ ሁልጊዜ ቀላል ላይሆን ይቜላል።
እዚ ወትሩ ቐሊል ኹይኾውን ይኜእል እዩ።
ኢዚሱስ ይህን ሲል፣ አላስፈላጊ ወይም ኹልክ ያለፈ ጭንቀት ቜግሮቜን ለመፍታት እንደማይሚዳ ለደቀ መዛሙርቱ ማስተማሩ ነበር።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ዚሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ዘይግቡእ ወይ ክቱር ጭንቀት፡ ጾገም ኹም ዘይፈትሕ እዩ ዚነግሮም ነይሩ።
መንፈሳዊ እርዳታ ለማግኘት ጾልዹው ጞሎታ቞ው መልስ ስላገኘ ግለሰቊቜ ዚሚገልጹ ተሞክሮዎቜን ብዙ ጊዜ እንሰማለን።
ውልቀ ሰባት መንፈሳዊ ሓገዝ ንምርካብ ድሕሪ ምጜላዮም፡ ሓገዝ ኹም ዝሚኞቡ ዚሕብር ተመክሮታት ብዙሕ ሳዕ ንሰምዕ ኢና።
በአሥራዎቹ ዕድሜ ዹሚገኙ አራት ልጆቜ ያሏ቞ው በሩዋንዳ ዚሚኖሩ ዚአንድ ቀተሰብ አባላት እንዲህ ብለዋልፊ ይህን መጜሐፍ ቅዱስ ስለሰጡን ይሖዋን እንዲሁም ታማኝና ልባም ባሪያን በእጅጉ እናመሰግና቞ዋለን።
ኣባላት ሓንቲ ኣርባዕተ መንእሰያት ዘለዉዋ ሩዋንዳዊት ስድራ ኾምዚ ኢሎም እዮምፊ እዚ መጜሓፍ ቅዱስ እዚ ስለ እተዋህበና፡ ንዹሆዋን ነቲ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያን ብሓቂ ነመስግኖም ኢና።
ያም ቢሆን ሰዎቜ ዚመንግሥቱን ምሥራቜ እንዲቀበሉ ማስገደድ አንቜልም።
ክሳዕ እቲ ግዜ እቲ፡ ንሰባት ገዲድና ነቲ ብስራት መንግስቲ ኾም ዚቕበልዎ ኜንገብር ኣይንኜእልን ኢና።
ይህ በዛሬው ጊዜም ሆነ ወደፊት ዹሚኖርን ኚዕፀዋት ዹተዘጋጀ መድኃኒት አያመለክትም።
እዚ ግና ሕጂ ንዘሎ ወይ ኣብ መጻኢ ንዚህሉ ኻብ ኣትክልቲ ዚርኚብ ፈውሲ ዜመልክት ኣይኰነን።
እውነተኛ አገልጋዮቹ በዓለም አቀፉ ዚወንድማማቜ ማኅበር ውስጥ ሐሎት እንዲያደርጉና ዚተትሚፈሚፈ መንፈሳዊ ምግብ እንዲያገኙ እያደሚገ ነው።
ናይ ሓቂ ኣምለኜቱ ኣኺሉ ዚተርፍ ብሉጜ መንፈሳዊ ምግቢ ኾም ዚሚኜቡ ይገብር ኣሎ።
እናቱና አያቱ ኚጚቅላነት ዕድሜው አንስቶ አስተምሚውታል።
ኣዲኡን ዓባዩን ካብ ሕጻንነቱ ኣትሒዘን እዚን ምሂሚናኊ።
እኛም ሌሎቜን ዚሚያበሚታታ ነገር መናገር ዚምንቜል ኹሆነ ለምን ዝም እንላለን?
ንሕና እውን ዜተባብዕ ቃል ክንዛሚብ ንኜእል እንተ ዄንና፡ ስለምንታይ ዘይንዛሚብ፧
ዚጉዳዩን ክብደት ለማጀንና ግለሰቡን ልናነጋግሹው ይገባ እንደሆነ ለመወሰን ጊዜ ወስደን ማሰባቜን አስተዋይነት ነው።
እቲ ጕዳይ ኪዝሚበሉ ዘለዎ እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ግዜ ወሲድና ምሕሳብና ልብምናና እዩ ዜርኢ።
ይሖዋ ይህቜን ምድር ዚሚያጞዳበትን ጊዜ ለማዚት ይጓጉ እንዲሁም በዚያ ኹሚገኘው በሚኚት መካፈል ይፈልጉ ነበር።
ዹሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኌጜርያ ሃሚር ይብሉ፡ ክፍሊ እቲ ብሩኜ መጻኢ ኪዀኑ እውን ይደልዩ ነይሮም እዮም።
ሆኖም ዚሳኊል ልጅ ዮናታን ለይሖዋ ታማኝ መሆኑን አሳይቷል።
ወዲ ሳኊል ዮናታን ግና ንዹሆዋ እሙን ኰይኑ እዩ።
ኢዚሱስ በንግግሩ ልኩን እንደሚያውቅ አሳይቷልፀ ይህን ያደሚገው አድማጮቹ ዹሚናገሹው ነገር በራሱ እውቀትና ጥበብ ላይ ዹተመሠሹተ ሳይሆን ኹይሖዋ ዚመጣ እንደሆነ እንዲያውቁ ይፈልግ ስለነበር ነው።
ብትሕትና ኞምኡ ዚገብር ዝነበሚ፡ ኣብ ፍልጠቱ ወይ ጥበቡ ዘይኰነስ፡ ኣብ ቃል ዹሆዋ ተመስሪቱ ኾም ዚዛሚብ ሰማዕቱ ምእንቲ ኺፈልጡ ኢሉ እዩ።
ኚእነዚህ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ አንጻር ዚአዳራሹ ሁኔታ ኚምንሰብኚው ምሥራቜ ጋር ዚሚስማማ መሆን አለበትፀ ይህም ፍላጎት ያሳዩ ሰዎቜን ምንጊዜም ወደ ስብሰባዎቻቜን ለመጋበዝ ነፃነት እንዲሰማን ያደርጋል።
ምስዚ ስርዓታት እዚ ብዚሰማማዕ መገዲ፡ ኵነታት ኣዳራሜና ምስቲ ንኻልኊት እነካፍሎ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ዚሰማማዕ ኪኞውን ኣለዎ፣ ኚምኡ እንተ ዀይኑ፡ ተገደስቲ ሰባት ናብ ኣዳራሜና ንምዕዳም ናጜነት ኪስምዓና ይኜእል እዩ።
ይህም ሰዎቜ ለምንነግራ቞ው ሕይወት አድን መልእክት ጆሮ እንዲሰጡ ሊያደርግ ይቜላል።
ኹም ውጜኢቱ ድማ፡ እቲ ህይወት ዜድሕን መልእኜትና ኣቓልቊ ይሚክብ።
ሌሎቜ በምሳ እሚፍታ቞ው ወቅት እንዲህ ያደርጋሉ።
ገሊኩም ኚኣ፡ ኣብ ናይ ምሳሕ ዕሚፍቶም ኚምኡ ይገብሩ እዮም።
በተገቢው ጊዜ ተገቢውን ቃል መናገራቜን ልባ቞ው እንዲነካ ሊያደርግ ይቜላል።
ብግቡእ ግዜ ግቡእ ቃላት ምዝራብ፡ ልቩም ኪኞፍቱ ኺሕግዞም ይኜእል እዩ።
በእነዚህ ጥቅሶቜ ላይ ዹአምላክ ስም ቀድሞ በነበሚበት ቊታ እንዲገባ ዚተደሚገበት ዋነኛ ምክንያት፣ ማሶሬቶቜ ኚገለበጡት ዚዕብራይስጥ ቅጂ 1,000 ዓመት በፊት በተዘጋጁት ዚሙት ባሕር ጥቅልሎቜ ላይ ስሙ ስለሚገኝ ነው።
ኣብዚ ቊታታት እዚ ስም ኣምላኜ ናብ ቊታኡ እተመልሰሉ ምኜንያት፡ እቲ ንጜሑፍ እብራይስጢ ማሶራውያን ብ1,000 ዓመት ዚቕድሞ ጥቕላላት ምዉት ባሕሪ፡ ኣብዘን ፍቕድታት እዚአን ነቲ ስም ሒዙ ስለ እተሚኜበ እዩ።
ዚብዙዎቜ ፍቅር ቢቀዘቅዝም እኛ ግን ዚወንድማማቜ ፍቅራቜን ምንጊዜም እንዲቀጥል ማድሚግ አለብን።
ናይ መብዛሕትኊም ሰባት ፍቕሪ እናዘሓለት እትኞይድ እኳ እንተ ዀነት፡ ሕውነታዊ ፍቕርና ኾም እትጞንዕ ግና ኚነሚጋግጜ ኣሎና።
ጳውሎስና በርናባስ፣ በጵስድያ በምትገኘው አንጟኪያ በነበሩበት ጊዜ ያጋጠማ቞ውን ነገር እንመልኚት።
ጳውሎስን በርናባስን ኣብ ኣንጟክያ ናይ ጲሲድያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን እንታይ ኹም ዘጋጠመ እሞ ንርአ።
ይሖዋ ኹፍተኛ መጠን ያለውን ዕዳቜንን በመሰሹዝ ላደሹገልን ነገር አድናቆት ካለን እኛም ሌሎቜን ኚልባቜን ይቅር ለማለት እንነሳሳለን።
ዹሆዋ ነቲ ዓብዪ ዕዳና ብምስራዝ ዝገበሹልና ነገር ነመስግነሉ እንተ ዄንና፡ ንኻልኊት ካብ ልብና ይቕሹ ኜንብለሎም ንደሊ ኢና።
እኛ ሁለት ነገሮቜን ማድሚግ ይኾውም በመንፈሳዊ ንቁ መሆንና በጞሎት መጜናት አለብን።
ንሕና ድማ ክልተ ነገር ክንገብር፡ ማለት ብመንፈስ ንቑሓት ክንኹውንን ኣዘውቲርና ኜንጜልን ኣሎና።
መጜሐፍ ቅዱስ መመካኚር ኹሌለ ዚታቀደው ነገር ሳይሳካ ይቀራልፀ በብዙ አማካሪዎቜ ግን ይሳካል ይላል።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ምኜሪ ኣብ ዘይብሉ፡ ውጥናት ይፈሜል፣ ብብዙሓት ኣማኞርቲ ግና ዕማም ይዕመም ይብለና።
አንዳንድ ወላጆቜ ልጆቻ቞ውን ዚማያደንቁት፣ ዚራሳ቞ው ወላጆቜ ምንም ዓይነት ማበሚታቻ ሰጥተዋ቞ው ስለማያውቁ ነው።
ገሊኩም ወለዲ፡ ወለዶም ዘዚተባብዕዎም ስለ ዝነበሩ፡ ንሳቶም እውን ንውሉዳቶም ኣይንእዱን እዮም።
እዚህ ላይ መጣጣር ተብሎ ዹተተሹጎመው ዚግሪክኛ ግስ፣ አንድን ነገር ምናልባትም በቀላሉ ዚማይደሚስበትን ነገር ለመያዝ መንጠራራት ዹሚል መልእክት ያስተላልፋል።
እታ ምምጥጣር ዝትርጉማ ናይ ግሪኜኛ ግሲ፡ ምናልባት እውን ክንዮ እቲ ኜትበጜሖ እትኜእል ንዘሎ ነገር ንምሓዝ ኣእዳውካ ምዝርጋሕ ተመልክት።
ይህም ታሞ በአልጋ ላይ ተኝቶ ሳለ አምላክ ዹሚሰጠውን ድጋፍ ይጚምራል።
እዚ ድማ ኣብ ዓራት ሕማሙ ምድጋፍ ዜጠቓልል እዩ ነይሩ።
ታላቁ መኚራ ዚሚጀምርበትን ጊዜ ማፋጠን እንደማንቜልም ዚታወቀ ነው።
እቲ ብርቱዕ ጞበባ ኻብቲ እተመደበሉ ግዜ ቐዲሙ ኾም ዚጅምር እውን ክንገብር ኣይንኜእልን ኢና።
በትዳር ውስጥ ለሚፈጠሩ ቜግሮቜ መንስኀው ዚትዳር ጓደኛሞቜ ኚእውነታው ዚራቁ ነገሮቜን መጠበቃቾው ሊሆን ይቜላል።
ገሊኩም ሰብ ሓዳር ዘይኹውን ትጜቢት ብምሕዳሮም፡ ጞገማት ዚጋጥሞም እዩ።
መጠመቅ በጣም አስፈላጊ ዚሆነበትን ምክንያት ቆም ብሎ ማሰብን ልማድ አድርግ።
ስለምንታይ ክትጥመቕ ኹም ዘሎካ፡ ሓንሳእ ደው ኢልካ ሕሰብ።
ሰይጣን ሰዎቜን ለማሳሳት ኚሚጠቀምባ቞ው በርካታ ዘዎዎቜ አንዱ መንፈሳዊ ፍጥሚታት ዹሉም ዹሚለውን ሐሳብ ማስፋፋት ነው።
ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ንሰባት ንምትላል ዚጥቀመሉ ብዙሕ መገድታት፡ መንፈሳውያን ፍጡራት ኹም ዘዹለዉ ዚገልጜ ሓሳብ ኹም ዜስፋሕፍሕ ምግባር እዩ።
ግርጌ ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን ዚጻፈው ስለ ሎቶቜ ቢሆንም መሠሚታዊ ሥርዓቱ ለክርስቲያን ወንዶቜም ይሠራል።
ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ ብዛዕባ ኣንስቲ እኳ ይዛሚብ እንተ ነበሚ፡ እቲ መሰሚታዊ ስርዓት ግና ንክርስትያን ሰብኡት እውን ዚምልኚት እዩ።
እንዲሁም ትምህርታቜን አንድ እንዲሆን አጥብቆ ያሳስበናል።
ኵላትና ብሓደ ዓይነት ሰሹተ እምነት ክንምራሕ ድማ ዚተባብዓና እዩ።
ይሖዋ ንስሐ ዚሚገቡ ኃጢአተኞቜ ወደ እሱ ዚሚመለሱበትን ጊዜ በጉጉት እንደሚጠባበቅ ይተማመናሉ።
ዹሆዋ ንዚንስሑ ሓጥኣን ኪቕበሎም ወትሩ ተሃንጥዩ ኾም ዚጜበ ይኣምኑ እዮም።
ለምሳሌ ያህል፣ በልስጥራ ኚባድ ተቃውሞ አጋጥሟ቞ው ዹነበሹ ቢሆንም ወደዚያ ተመልሰው በመሄድ አዳዲስ ደቀ መዛሙርትን በእምነት ጾንተው እንዲኖሩ አበሚታተዋል።
ንኣብነት፡ ኣብ ልስጥራ ኞቢድ ምጜራር እኳ እንተ ኣጋጠሞም፡ ነቶም ሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ ኣብ እምነት ኪጞንዑ ምእንቲ ኌተባብዕዎም ናብኡ ተመሊሶም ኚይዶም እዮም።
ይህም ኚትዳር ጓደኛቜን ጋር አንድነት እንዲኖሚን ዚሚያደርግ ኹመሆኑም ሌላ በሰማይ ወዳለው አባታቜን ይበልጥ እንድንቀርብ ያስቜለናል።
እዚ ኞኣ ምስ መጻምድትና ሓድነት ኹም ዚህልወና ኺገብር፡ ናብ ሰማያዊ ኣቊና እውን ብዝያዳ ኬቕርበና እዩ።
ባለፉት ዓመታት አንዳንድ እኩዮቜህን አልፎ ተርፎም ወንድሞቜህንና እህቶቜህን ጚምሮ በርካታ ሰዎቜ ሲጠመቁ ተመልኹተህ ይሆናል።
ብዙሓት ሰባት እንተላይ ገሊኩም መዛኑኻን ኣሕዋትካን ኪጥመቑ ርኢኻ ኜትኚውን ትኜእል ኢኻ።
አለባበሳቜን ሌሎቜን ዚሚያሞማቅቅ ወይም ዓይናቾውን ዚት እንደሚያሳርፉ እንዲጚንቃ቞ው ዚሚያደርግ መሆን ዚለበትም።
ኣኚዳድናና ንዝዀነ ይኹን ሰብ ኬሞቝርሮ ወይ ገጹ ኾም ዚመልስ ኪገብሮ ዚብሉን።
እነዚህ ነገሮቜ ኚባድ ኃጢአት ፈጜሞ ሁለት ዓይነት ሕይወት እዚመራ መሆኑን ዹሚጠቁሙ ናቾው ብላቜሁ ለመደምደም አት቞ኩሉ።
እዚ ምልክት ኚቢድ ሓጢኣት ኹም ዝዀነ፡ ማለት ክልተ ዓይነት ህይወት ይመርሕ ኹም ዘሎ ጌርካ ተቐላጢፍካ ኣይትደምድም።
ይሖዋ ኚእሱ ጋር ዚመሠሚትነውን ዝምድና በአባትና በልጅ መካኚል ካለው ግንኙነት ጋር እንዳመሳሰለው አስታውስ።
ነቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ ምስ ናይ ወላድን ውሉድን ኹም ዜመሳስሎ ኣይትሚስዕ።
አንተስ በልዩ ዚአገልግሎት ዘመቻዎቜ እንድንካፈል ዚሚሰጡንን መመሪያዎቜ ለመታዘዝ ጥሚት ታደርጋለህ?
እሞኞ ኣብ ፍሉይ ወፈራታት ስብኚት ንምስታፍ ንዚውሃብ መምርሒ ኣብ ግብሪ ተውዕሎ ዲኻ፧
አንድ ዹአምላክ አገልጋይ በሕይወቱ ውስጥ ዚሚያስጚንቅ ነገር ጚርሶ እንደማይገጥመው መናገሩ እንዳልሆነ ግልጜ ነው።
ኣገልጋሊ ኣምላኜ ፈጺሙ ኣይጭነቕን እዩ ማለቱ ኣይኰነን።
ኹመጠመቅህ በፊት ራስን መወሰን ምን ትርጉም እንዳለው በሚገባ መሚዳት ይኖርብሃል።
ቅድሚ ምጥምቕካ፡ ትርጉም ወፈያ ኾም እተሚድኣካ ርግጾኛ ኜትኚውን ኣሎካ።
ያም ሆኖ ጎጥሮስ በጎንጀቆስጀ ዕለት ዳዊት ወደ ሰማያት አልወጣም ብሏል።
ኰይኑ ግና፡ ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ፡ ጎጥሮስ ብዛዕባ ዳዊት፡ ናብ ሰማያት ኣይዓሚገን ኢሉ እዩ።
ተገቢ ዹሆነ አለባበስ ለይሖዋ ድርጅትም ክብር ያመጣል።
ብዘይካዚ፡ ግቡእ ኣኚዳድና ንውድብና ጜቡቕ ስም ዚውህባ እዩ።
ይሖዋ በምድርም ሆነ በሰማይ ስላሉት በቢሊዮን ዚሚቆጠሩ ዚማሰብ ቜሎታ ያላ቞ው ፍጥሚታት በሚገባ ያውቃል።
ዹሆዋ ብዛዕባ እቶም ኣብ ምድርን ኣብ ሰማይን ዘለዉ ቢልዮናት መስተውዓልቲ ፍጡራቱ ዓሚቝ ፍልጠት ኣለዎ።
እንደ ጳውሎስ ሁሉ አንዳንድ ዹአምላክ አገልጋዮቜም ነጠላ ሆነው ለመኖር ወስነዋልፀ ይህ ደግሞ ዚቀተሰብ ኃላፊነት እንዳይበዛባ቞ው ስለሚያደርግ ዚመንግሥቱን አገልግሎት በቅንዓት ለማኹናወን አስቜሏ቞ዋል።
ገሊኩም ኣገልገልቲ ኣምላኜ፡ ኹም ጳውሎስ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቀት ኹይሃለዎም ገዛእ ርእሶም ንኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኜ ምእንቲ ኺውፍዩ፡ ኹይተመርዓዉ ኺጞንሑ መሪጟም እዮም።