tr { amh
stringlengths 4
246
| tig
stringlengths 3
240
|
|---|---|
ቅር ያሰኘንን ሰው ለማነጋገር ከወሰንን፣ በተበሳጨንበትና ነገሮችን ሳናመዛዝን ልንናገር በምንችልበት ወቅት መናገራችን ጥበብ አይሆንም።
|
ክንዛረብ እንተ ኣልዩና፡ ተበሳጪና ኸለና ሕማቕ ክንዛረብ ስለ እንኽእል፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ነቲ ቕር ዘበለና ሰብ ዘይምዝራቡ ይሓይሽ።
|
ይሁንና ፍጹም ጤና የምናገኝበት ጊዜ እንደሚመጣ ይናገራል።
|
ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባ እቲ ምሉእ ብምሉእ እንሓውየሉ ግዜ ትሕብረና እያ።
|
ሰይጣን በዓለም ላይ ያሉ የሐሰት ሃይማኖቶችን ተጠቅሞ የሰዎችን አእምሮ እያሳወረ ነው።
|
ሰይጣን ብናይ ሓሶት ሃይማኖታት ገይሩ ንኣእምሮ ሰባት ኣዕዊርዎ ኣሎ።
|
በእርግጥም ይሖዋ የሰው ልጆችን ሲፈጥር ከእሱ አገዛዝ ርቀው ራሳቸውን ለመምራት የሚያበቃ ችሎታም ሆነ መብት አልሰጣቸውም።
|
እወ፡ የሆዋ ንደቂ ሰብ ካብኡ ተፈልዮም ንርእሶም ኬመሓድሩ ዚኽእሉሉ ኽእለት ወይ መሰል ሂቡ ኣይኰነን ፈጢርዎም።
|
ይሖዋ፣ ይህን ክፉ ሥርዓት የሚያጠፋበትን ጊዜ ወስኗል፤ ይህ ጊዜ በአንድ ቀንም እንኳ እንዲራዘም እንደማይፈቅድ እርግጠኞች ነን።
|
የሆዋ ነዛ እክይቲ ዓለም እዚኣ ኻብቲ ዝዓለሞ ንሓንቲ መዓልቲ እኳ ኽትጸንሕ ከም ዘይፈቕደላ ንኣምን ኢና።
|
አንዳንዶች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ስለሰፈሩት ትንቢቶች ወይም መጽሐፍ ቅዱስ ከታሪክ፣ ከአርኪኦሎጂና ከሳይንስ አንጻር ትክክል ስለመሆኑ ለማጥናት ግብ አውጥተዋል።
|
ገሊኦም ብዛዕባ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዑ እዮም፣ ወይ ከኣ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ዛንታታት ምስ ታሪኽን ስነ ጥንትን ስነ ፍልጠትን ብምንጽጻር ብዛዕባ ልክዕነቱ የጽንዑ እዮም።
|
ይሁንና ያገቡም ሆኑ ያላገቡ ክርስቲያኖች ማንኛውንም ሸክም አንስተው በመጣል ብዙ ትኩረት የሚከፋፍሉ ነገሮች ሳይኖሩባቸው አምላክን ማገልገል ይችላሉ።
|
ይኹን እምበር፡ እተመርዓና ንኹን ዘይተመርዓና ብዘየገድስ፡ ኵላትና ንዅሉ ኽብደት ክንቅንጥጦን ንየሆዋ ብዙሕ ከየስገልና ኸነገልግሎን ንኽእል ኢና።
|
አዎ፣ የክርስቶስን ምሳሌ መከተል እንችላለን፤ ምክንያቱም ልክ እንደ ኢየሱስ ሁሉ እኛም የተሠራነው በአምላክ መልክና አምሳል ነው።
|
ኰይኑ ግና፡ ናጽነትና ደረት ኣለዎ።
|
ራሳቸው በሠሩት ቤት ውስጥ ለመኖርና የተከሏቸውን ዛፎች ፍሬ ለመብላት ይጓጉ ነበር።
|
ባዕላቶም ኣብ ዝሃነጽዎ ኣባይቲ ኺነብሩን ፍረ ዝተኸልዎ ኣእዋም ኪበልዑን ከኣ ይህንጠዩ ነይሮም እዮም።
|
መጽሐፍ ቅዱስን ማጥናታችን ስለ ይሖዋ፣ ስለ ማንነቱ፣ ስለ ባሕርያቱ እንዲሁም ስለሚወዳቸውና ስለሚጠላቸው ነገሮች ያለን ግንዛቤ ከዕለት ወደ ዕለት እያደገ እንዲሄድ ሊረዳን ይገባል።
|
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እንገብሮ መጽናዕቲ፡ ብዛዕባ የሆዋን ብዛዕባ ባህርያቱን ብዛዕባ እቲ ንሱ ዚፈትዎን ዚጸልኦን ነገራት በብግዜኡ እናነጸረ ዚኸይድ ስእሊ ኺህበና ኣለዎ።
|
ከዚህም በላይ ሰሜናዊው የእስራኤል መንግሥት በሚያስተዳድረው ክልል ይኸውም በተራራማው የኤፍሬም ምድር የሚኖረውን ሕዝብ እንኳ ወደ ይሖዋ ለመመለስ እዚያ ድረስ ሄዷል።
|
ኣብ ክሊ እታ ሰሜናዊት መንግስቲ እስራኤል ናብ ዝነበረ ኣኽራን ኤፍሬም ከይዱ እውን ነቶም ህዝቢ ናብ የሆዋ ኪመልሶም ጽዒሩ እዩ።
|
ጋዜጣው አክሎም እንዲህ ብሏል፦ በይሖዋ ምሥክሮች ትልቅ ስብሰባ ላይ ግን ሁኔታው ከዚህ የተለየ ነው።
|
ኣስዕብ ኣቢላ፡ ኣብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግና ከምኡ ኣይኰነን በለት።
|
ከዚያም ጥቅሶቹን አንድ ላይ ስትመለከቷቸው እርስ በርሱ የሚስማማ መልእክት እንደሚያስተላልፉ ታስተውላላችሁ፤ ይህን ስታዩ ደግሞ የመጽሐፍ ቅዱስ ነቢያትና ጸሐፊዎች ሐሳቡን ያሰፈሩት በመንፈስ ቅዱስ ተገፋፍተው እንደሆነ መገንዘባችሁ አይቀርም።
|
ኣብ መንጎ እቲ ጥቕስታት ዘሎ ስኒት ምስ ረኣኻ፡ ነብያትን ጸሓፍት መጽሓፍ ቅዱስን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኾም ከም ዝጸሓፉ ኽትድምድም ኢኻ።
|
እኛም ይሖዋ የሰጠንን ይህን ውድ ስጦታ አላግባብ እንዳንጠቀምበት እንዲሁም ለዚህ ስጦታ አድናቆት እንዳናጣ እንጠንቀቅ።
|
እምበኣር፡ ነቲ የሆዋ ዝሃበና ኽቡር ህያብ ከቶ ብዘይግቡእ ኣይንጠቐመሉ፡ ወይ ኣቕሊልና ኣይንርኣዮ።
|
ሐዋርያው ዮሐንስ፣ መጀመሪያ ከአምላክ ጋር የነበረውን አካል ቃል እንዲሁም የአምላክ ፍጥረት መጀመሪያ ሲል ጠርቶታል።
|
ሃዋርያ ዮሃንስ ነቲ ምስ ኣምላኽ ዝነበረ ቐዳማይ ፍጡር፡ ቃልን መጀመርታ ፍጥረት ኣምላኽን ኢሉ ጸዊዕዎ ኣሎ።
|
ይህም ሲባል መጥፎ ድርጊት የሚፈጽሙ የማያምኑ ሰዎች ብቻ ሳይሆኑ ይሖዋን እናመልካለን እያሉ ሆን ብለው ሕጎቹን የሚጥሱ ሰዎችም ጓደኞቻችን መሆን የለባቸውም ማለት ነው።
|
እዚ ኸኣ ምስቶም ዘይኣመንቲ ዝዀኑ ኣበስቲ ምሕባር ጥራይ ዘይኰነስ፡ ምስቶም ንየሆዋ ኸም ዜምልኽዎ ዚዛረቡ ግናኸ ደይመደይ ኢሎም ሕግታቱ ዚጥሕሱ ሰባት ዘይምቅርራብ እውን ዜጠቓልል እዩ።
|
ታዲያ እኛ ምን ማድረግ እንችላለን?
|
ንሕናኸ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧
|
በተቃራኒው በወቅቱ የነበሩት የሃይማኖት መሪዎች፣ የአምላክ ቃል ከራሳቸው ወግ ጋር በሚጋጭበት ጊዜ ቃሉን ችላ ይሉት ነበር።
|
ብኣንጻሩ ግና፡ እቶም ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበሩ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ምስቲ ዚስዕብዎ ልማዳት ንዚጻባእ ቃል ኣምላኽ ይነጽግዎ ነበሩ።
|
አምላክ የግለሰቦችን ጤንነት የሚነካ እርምጃ መውሰድ እንደሚችል ጥያቄ የለውም።
|
ኣምላኽ ንጥዕና ሰባት ናይ ምጽላው ሓይሊ ኸም ዘለዎ ኣየጠራጥርን እዩ።
|
ይሖዋ ከሚያቀርብልን መንፈሳዊ ማዕድ የምንመገብ ከሆነ የመንግሥቱን ተስፋ በእርግጠኝነት እንደጠበቁት በጥንት ዘመን የኖሩ የእምነት ምሳሌዎች እንሆናለን።
|
ስለዚ፡ ነቲ ኻብቲ የሆዋ ዘዳለወልና መንፈሳዊ መሰናድዎታት እንምሃሮ ትምህርቲ ኣኽቢርና ብምርኣይ፡ ከምቶም ብዛዕባ ተስፋ መንግስቲ ኣምላኽ ርግጽ ትጽቢት ዝነበሮም ጥንቲ ዝነበሩ ኣብነታት እምነት ክንከውን ኢና።
|
ይሖዋ፣ እምነታችን ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን እኛን ለመርዳት ሲል ቃሉን መጽሐፍ ቅዱስን በደግነት ሰጥቶናል።
|
የሆዋ፡ ድልድልቲ እምነት ምእንቲ ኽትህልወና ኢሉ ነቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ሂቡና ኣሎ።
|
ከዚህ ይልቅ በአምላክ ዓይን ትክክል የሆነውን ነገር ራሳችን ለይተን ማወቅና ይህን ለመከተል መምረጥ ይኖርብናል።
|
የግዳስ፡ ኣብ ኣዒንቲ ኣምላኽ ቅኑዕ ዘበለ እንታይ ምዃኑ ኽንምሃርን ክንገብርን ኣሎና።
|
ይህን ውድ ስጦታ ለአምላክ ክብር በሚያመጣና ሌሎች ያላቸውን የመምረጥ ነፃነት እንደምናከብር በሚያሳይ መንገድ በመጠቀም ስጦታውን ከፍ አድርገን መመልከታችንን እንቀጥል።
|
ሃየ እምበኣር፡ ነዚ ኽቡር ውህበት እዚ ንኣምላኽ ብዜኽብር መገዲ ብምጥቃምን ነቲ ኻልኦት ንውህበቶም ዚጥቀሙሉ መገዲ ብምኽባርን፡ ከም እነማስወሉ ነርኢ።
|
ይሁንና የመምረጥ ነፃነታችንን አላግባብ እንዳንጠቀምበት ምን ሊረዳን ይችላል?
|
ንናይ ምምራጽ ናጽነትና ብዘይግቡእ ካብ ምጥቃም ክንቍጠብ እንኽእል ግና ብኸመይ ኢና፧
|
ይህ የሚያስከፋው አይመስልም! እንዲያውም ሰይጣን፣ እሱ መኖሩን የሚጠራጠሩ ሰዎችን አእምሮ ማሳወር ይቀለዋል።
|
ዕጅብ እኳ ኣይብሎ! ከም ሓቂ እኳ ደኣ፡ ሰባት ብዛዕባ ህልውናኡ ዚጠራጠሩ እንተ ዀይኖም፡ ብቐሊሉ ኼዑሮም ይኽእል እዩ።
|
ይሖዋ እኛን ለመርዳት በጣም ስለሚጓጓ እሱም ቢሆን መታገሥ እንደሚያስፈልገው እናስታውስ።
|
ንሱ እውን ንዓና ንኺሕግዘና ኢሉ ብትዕግስቲ ኸም ዚጽበ ኣይንረስዕ።
|
ኢየሱስ ያከናወናቸው ፈውሶች በአዲሱ ዓለም በላቀ ሁኔታ ለሚያከናውነው ነገር ቅምሻ እንደሆኑ ማወቅ ምንኛ ያበረታታል።
|
እቲ የሱስ ንሕሙማት ብምሕዋይ ዝገበሮ ተግባር፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ብዝዓበየ ደረጃ ኺግበር ምዃኑ ምፍላጥና ብሓቂ ዜተባብዕ እዩ።
|
በመሆኑም ይሖዋ አንድያ ልጁ በፍጥረት ሥራው እንዲካፈል በማድረግ እንዲሁም ኢየሱስ የተጫወተውን ቁልፍ ሚና ለሌሎች በመግለጽ ልጁን አክብሮታል።
|
በዚ ኸምዚ፡ የሆዋ ንወዱ ኣብ ዕዮ ፍጥረት ከም ዚሳተፍ ብምግባርን ብዛዕባ እቲ ወዱ ዝነበሮ ኣገዳሲ ግደ ንኻልኦት ብምንጋርን ኣኽቢርዎ እዩ።
|
እንዲህ ያለ ሁኔታ አጋጥሞህ ከሆነ ምን ዓይነት ጥንቃቄ ማድረግ ይኖርብሃል?
|
ኣብ ከምዚ ዝበለ ዅነታት፡ ብዛዕባ እንታይ ኢኻ ኽትጥንቀቕ ዘሎካ፧
|
ሁለቱም ይሖዋን በታማኝነት ማገልገላቸው ደስታና አንድነት ያስገኝላቸዋል።
|
ክልቲኦም መጻምድቲ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ምስ ዝዀኑ፡ ኣብ ሓዳሮም ሓጐስን ሓድነትን ይህልዎም እዩ።
|
በሌላ በኩል ደግሞ ስለ ጌድዮን ከሚናገረው ዘገባ መመልከት እንደሚቻለው አንድ አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ሊሳካልን የሚችለው የይሖዋን አመራርና በረከት ካገኘን ብቻ ነው።
|
ይኹን እምበር፡ እቲ ጊዴዎን ዝሰርዓልና ኣብነት፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና ብዘይ መምርሕን በረኸትን የሆዋ ኽንዕወት ከም ዘይንኽእል የዘኻኽረና።
|
ወጣት ወንድም ከሆንክ የኤልሳዕን ምሳሌ መከተል የምትችለው እንዴት ነው?
|
መንእሰይ ሓው እንተ ደኣ ዄንካ፡ ሎሚ ንኤልሳእ ክትመስሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
|
ለይሖዋ ራስህን መወሰንህ፣ በእሱ ላይ እምነት እንዳለህ ማሳየት የምትችልበት ከሁሉ የተሻለው መንገድ ነው።
|
ንየሆዋ ርእስኻ ምውፋይ፡ ብእኡ ኸም እትኣምን እተርእየሉ ብሉጽ መገዲ እዩ።
|
በዕድሜ ከገፉ ውድ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን መካከል አንዳንዶቹ በስብሰባዎች ላይ ለመገኘትና ተሳትፎ ለማድረግ እንዲሁም በአገልግሎት አዘውትረው ለመካፈል ብርቱ ጥረት ያደርጋሉ።
|
ንኣብነት፡ ገሊኦም ብዕድመ ዝደፍኡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣዘውቲሮም ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡን ኣብ ኣገልግሎት ኪካፈሉን ብዙሕ ጻዕሪ ይገብሩ እዮም።
|
የስብከቱን ሥራ ስናከናውን ሰዎች የተለያየ ምላሽ ይሰጡናል፤ አንዳንዶች ይቀበሉናል፤ ሌሎች ደግሞ ይቃወሙናል።
|
ኣብ ኣገልግሎትና፡ ገሊኦም ብጽቡቕ ይቕበሉና፡ ገሊኦም ከኣ ይጻረሩና እዮም።
|
ኢየሱስ ስለ እነዚህ ሰዎች ሲናገር ይሖዋ በነቢዩ ኢሳይያስ በኩል ያስነገረውን ትንቢት በመጥቀስ እንዲህ ብሏል፦ ይህ ሕዝብ በከንፈሩ ያከብረኛል፤ ልቡ ግን ከእኔ እጅግ የራቀ ነው።
|
የሱስ ነቲ የሆዋ ብነብዪ ኢሳይያስ ኣቢሉ ብዛዕባኦም እተዛረቦ ቓላት ብምጥቃስ፡ እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ።
|
ጳውሎስ እንደሚከተለው በማለት አብራርቶታል፦ የአምላክ ጸጋ ፈሪሃ አምላክ በጎደለው መንገድ መኖርና ዓለማዊ ምኞቶችን መከተል ትተን አሁን ባለው በዚህ ሥርዓት ውስጥ ጤናማ አስተሳሰብ በመያዝ፣ በጽድቅና ለአምላክ በማደር እንድንኖር ያሠለጥነናል።
|
ጳውሎስ፡ ጸጋ ኣምላኽ ረሲእነትን ዓለማዊ ትምኒትን ሓዲግና፡ ኣብዚ ስርዓት እዚ ብልብምናን ብጽድቅን ንኣምላኽ ብዘሎና ተወፋይነትን ክንነብር የሰልጥነና ኢሉ ጸሓፈ።
|
የመጽሐፍ ቅዱስን እውነት የተጠሙት ቻርልስ ቴዝ ራስል እና ተባባሪዎቹ በ1800ዎቹ መገባደጃ አካባቢ መጽሐፍ ቅዱስን በተደራጀ መልኩ ማጥናት ጀመሩ።
|
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ዝጸምኡ፡ ቻርለስ ቴዝ ራስልን ሒደት ብጾቱን ኣብ ኣጋ መወዳእታ 1800ታት ጽቡቕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጀመሩ።
|
በእርግጥም፣ ኢየሱስ በጣም ከባድ ፈተናዎችን በመቋቋም የተወውን የእምነት ምሳሌ በጥሞና ማሰብ ይኖርብናል።
|
እወ፡ ኣዝዩ ኸቢድ ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ነቲ የሱስ ዝሓደጎ ብሉጽ ኣብነት እምነት ከነስተብህለሉ ኣሎና።
|
በተለይ ደግሞ በክርስቲያናዊ እንቅስቃሴዎች ስንካፈል ለምሳሌ፣ ስብሰባዎች ላይ ስንገኝ ወይም ምሥራቹን ስንሰብክ ለአለባበሳችን ትኩረት መስጠት ይኖርብናል።
|
ምናዳ ኣብ ክርስትያናዊ ንጥፈታት ክንካፈል ከለና፡ ንኣብነት ኣብ ኣኼባታት ክንእከብ ወይ ኣብ ዕዮ ስብከት ክንካፈል ከለና፡ ነዚ ኣትኵሮ ኽንገብረሉ ይግባእ።
|
ልጃችሁ ጥፋት ቢሠራም እንኳ ያሉትን መልካም ባሕርያት እንደምታውቁና ትክክል የሆነውን ነገር ለማድረግ ከልቡ የሚፈልግ መሆኑን እንደምትገነዘቡ ንገሩት።
|
ውሉድካ ይቃለስ እኳ እንተሎ፡ ዕቑር ተኽእሎኡን ቅኑዕ ንምግባር ዘለዎ ልባዊ ባህግን ከም እትርኢ ኣፍልጦ።
|
ሕሊናችንን ማሠልጠን የምንችለው እንዴት ነው?
|
ከመይ ጌርና ኢና ንሕልናና ኸነሰልጥኖ እንኽእል፧
|
በተጨማሪም ይሖዋ በገባልህ ግሩም ተስፋዎች ላይ በማሰላሰል የኢየሱስን አርዓያ መከተል ትችላለህ።
|
ንስኻ እውን ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዘተስፈወና ዜደንቕ ተስፋታት ብምስትንታን፡ ንየሱስ ክትመስሎ ትኽእል ኢኻ።
|
ለምን?
|
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
|
ይህም ሲባል እርቃንን የሚያጋልጡ ወይም የሰውነትን ቅርጽ አጉልተው የሚያሳዩ ልብሶችን ማስወገድ አለብን ማለት ነው።
|
እዚ ኺብሃል ከሎ ድማ ጾታዊ ኣካላት ዚቐልዕ ወይ ዜጕልሕ ዓይነት ክዳውንቲ ጠሪሱ ኺሕሰብ የብሉን ማለት እዩ።
|
ትሕትና ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል።
|
ትሕትና ንየሆዋ ኣዝያ እተሐጕስ ባህርይ እያ።
|
በተጨማሪም መጥፎ ውሳኔ ማድረጋችን ሌሎች እንዲረበሹ አልፎ ተርፎም እንዲሰናከሉ በማድረግ እምነታቸውን ሊያናጋው ይችላል፤ አሊያም ደግሞ የጉባኤውን ሰላም ያደፈርሰዋል።
|
ብዘይካዚ፡ ሕማቕ ውሳነ ንኻልኦት ብምርባሽ ወይ ብምዕንቃፍ፡ ወይ ከኣ ንሓድነት እታ ጉባኤ ብምዝራግ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኬቝስል ይኽእል እዩ።
|
በአካባቢያቸው የሚገኘው ቤተ ክርስቲያን የሚያዘጋጀው መጽሐፍ ቅዱስ ውድ ስለሆነ ለመግዛት አቅማቸው አይፈቅድላቸውም።
|
ነቲ ቤተ ክርስትያኖም እተቕርበሎም ሕታም ንምዕዳግ ዜኽእል ዓቕሚ የብሎምን።
|
የሚጠይቃቸውን ሌሎች ነገሮች ለማድረግ ደግሞ ተገቢው ጊዜ እስኪደርስ መጠበቅ ያስፈልግ ይሆናል።
|
እቲ ውሉድ ዚደልዮ ገሊኡ ነገራት ከኣ፡ ግቡእ ግዜኡ ምስ ኣኸለ ጥራይ ዚውሃቦ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
|
ከአንዳንዶቹ ጋር ለዓመታት አብሮ ስለተጓዘ ያሉባቸውን ድክመቶች እንደሚያውቅ ጥርጥር የለውም፤ ያም ቢሆን ስለ እነሱ መልካም ነገር ተናግሯል።
|
ምስ ገሊኣቶም ንሓያሎ ዓመታት ስለ እተጓዕዘ፡ ድኽመታቶም ይፈልጥ ከም ዝነበረ ዜጠራጥር ኣይኰነን፣ ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባኦም ጽቡቕ እዩ ተዛሪቡ።
|
ከእነዚህ ሃይማኖቶች መካከል አንዳቸውም ቢሆኑ የአምላክን ቃል በጥብቅ እንደማይከተሉ ለመገንዘብ ጊዜ አልወሰደበትም።
|
ነዊሕ ከይጸንሐ ግና፡ ዋላ ሓንቲ ኻብተን ሃይማኖታት ንቓል ኣምላኽ ጠቢቓ ኸም ዘይትስዕቦ ፈለጠ።
|
ያደገችው ሰርቦችን በሚጠላ ማኅበረሰብ ውስጥ ነው።
|
ኣብቲ ዝዓበየትሉ ኸባቢ፡ ተቐማጦ ሰርብያ ኣዝዮም እዮም ዚጽልኡ።
|
ሁላችንም ከጓደኛ፣ ከአለባበስ፣ ከአጋጌጥ እንዲሁም ከመዝናኛ ምርጫ ጋር በተያያዘ የግላችንን ውሳኔ የማድረግ ነፃነት አለን።
|
ኵላትና ብዛዕባ ምሕዝነትናን ኣከዳድናናን ኣመለኻኽዓናን መዘናግዒናን ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣሎና።
|
ለምሳሌ ኢንተርኔት፣ የቴሌቪዥን ፕሮግራሞች፣ ፊልሞች፣ ልብ ወለድ መጻሕፍትና መጽሔቶች ዓመፅንና የፆታ ብልግናን እንደ መልካም ነገር አድርገው ያቀርባሉ።
|
ንኣብነት፡ ኣብ ኢንተርነትን መደባት ተለቪዥንን ፊልምታትን መጻሕፍትን መጽሔታትን፡ ንዓመጻን ንርኽሰትን ዚንእድ ነገራት እዩ ዚቐርብ።
|
ጸሎት፣ በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ከሚገኙ መሠረታዊ ሥርዓቶችና ሕጎች ጋር የሚስማማ ውሳኔ እንድናደርግ ይረዳናል።
|
ጸሎት ከኣ ምስ ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታትን ሕግታትን ዚሳነ ውሳነታት ክንገብር ይሕግዘና እዩ።
|
በይሖዋ ዙፋን ላይ የተቀመጠው ንጉሥ የተከተለውን መጥፎ አካሄድ እየተመለከቱ ለአምላክ ታማኝ መሆን ተፈታታኝ ነበር።
|
እቲ ኣብ ዝፋን የሆዋ እተቐመጠ ንጉስ ብንቕጽና ኣብ ዚመላለሰሉ እዋን፡ ንኣምላኽ እሙን ምዃን በዳሂ ዀይንዎም እዩ።
|
በአገራችንም ሆነ በዓለም ዙሪያ የሚካሄደውን የመንግሥቱን ሥራ ባለን ሀብት መደገፍ እንችላለን።
|
ኣብ ከባቢናን ኣብ መላእ ዓለምን ንዚግበር ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ብስጋዊ ጥሪትና ኽንድግፍ ንኽእል ኢና።
|
እንዲህ ያሉትን መጥፎ ድርጊቶች ማስወገድ ከፍተኛ ትግል የሚጠይቅ ቢሆንም በትግሉ ማሸነፍ እንችላለን።
|
ምስ ግጉይ ተግባራት ንምቅላስ፡ ብዙሕ ጻዕሪ ኽንገብር የድልየና እዩ፣ ኰይኑ ግና፡ ክንዕወተሉ እንኽእል ቃልሲ እዩ።
|
ኢሳይያስና ሚክያስ የተናገሩት ትንቢት ሲፈጸም እየተመለከትን ነው፤ የአምላክ ሕዝቦች አንድ ላይ ሆነው ወደ ይሖዋ ተራራ እየወጡ ነው።
|
እቲ ኢሳይያስን ሚክያስን እተነበይዎ ኺፍጸም ንርእዮ ኣሎና፣ ህዝቢ ኣምላኽ ብሓድነት ናብ ከረን የሆዋ ይኸዱ ኣለዉ።
|
የእኩዮች ተጽዕኖ መጥፎ ውሳኔዎችን እንድናደርግ ሊገፋፋን ይችላል።
|
ጸቕጢ መዛኑ ሕማቕ ውሳነ ኽንገብር ኪጸልወና ይኽእል እዩ።
|
ሌሎች የፈጸምነውን በደል ይቅር ሲሉን ደስ ይለናል፤ እኛም እነሱ ሲበድሉን እንዲሁ ማድረግ ይኖርብናል።
|
ክንጋገ ኸለና ኻልኦት ኪቕየሙልና ስለ ዘይንደሊ፡ ንሕና እውን ክንቅየመሎም የብልናን።
|
አዲስ ዓለም ትርጉም በአካባቢያቸው በሚነገረው ቋንቋ ሲዘጋጅ ግን ሁኔታዎች ይለወጣሉ።
|
ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብቛንቋኦም ምስ ወጸ ግና፡ እቲ ዅነታት ተቐዪሩ እዩ።
|
የአምላክን ፈቃድ ከፈጸምክ የተስፋው ቃል ሲፈጸም እንደምታይ እርግጠኛ መሆን ትችላለህ።
|
ፍቓድ ኣምላኽ ምስ ገበርካ፡ ነታ ተስፋ ኸም እትረኽባ ኣይትጠራጠር።
|
እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ በማለት ተናግሯል።
|
ምኽንያቱ ኺገልጽ ከሎ፡ ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እዩ ኢሉ።
|
አዎ፣ ሌሎችን ለማበረታታት የሚያስችሏችሁን አጋጣሚዎች ፈልጉ።
|
እወ፡ ንዝረኸብካዮ ኣጋጣሚ ንኻልኦት ንምትብባዕ ተጠቐመሉ።
|
በመሆኑም አንድ ሰው በይሖዋ ዘንድ ተቀባይነት ማግኘት ከፈለገ ንጽሕናውንም መጠበቅ አለበት።
|
ስለዚ፡ ሰባት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ተቐባልነት ኪረኽቡ እንተ ደልዮም፡ ጽሬቶም ኪሕልዉ ኣለዎም።
|
በቤተሰብ አምልኮ ፕሮግራም ወቅት ቤተሰቡ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ትኩረት ያደርጋል፤ ይህ ደግሞ ቤተሰቡ አንድነት እንዲኖረው ያስችላል።
|
ኣብ እዋን ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ ኣብ መንፈሳዊ ነገራት ነተኵር ኢና፣ እዚ ኸኣ ንሓድነት ስድራ ቤትና ኣበርክቶ ይገብር እዩ።
|
ለሌላ አገር ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳይኖረን ልባዊ ጥረት ማድረጋችን አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ይረዳናል።
|
ብዛዕባ እቶም ካልእ ዝዓሌቶም ዘሎና ኣሉታዊ ኣረኣእያ ንምውጋድ እንገብሮ ጻዕሪ፡ ብርግጽ ሓድሽ ስብእና ንምልባስ ኪሕግዘና እዩ።
|
ክርስቲያን ወላጆች፣ ልጆቻቸው ሲጠመቁ ማየት በጣም እንደሚያስደስታቸው የታወቀ ነው።
|
ንክርስትያን ወለዲ ኸም ጥምቀት ውሉዶም ገይሩ ዜሕጕሶም ብዙሕ ነገር የልቦን።
|
በተጨማሪም መጥፎ ነገር እንዲሠሩ ወይም በዚህ ሥርዓት በትምህርትም ይሁን በሙያቸው ጥሩ ደረጃ የሚባለው ቦታ ላይ እንዲደርሱ አሊያም ሀብት እንዲያሳድዱ ከፍተኛ ጫና የሚደርስባቸውን ወጣቶች ማበረታታት እንችላለን።
|
ብዘይካዚ፡ ኣብ ሕማቕ ተግባራት ኪጽመዱ፡ ወይ ከኣ ኣብዚ ስርዓት እዚ፡ ብትምህርቲ፡ ብገንዘብ፡ ወይ ብሞያ ዕዉታት ኪዀኑ ጸቕጥታት ንዜጋጥሞም መንእሰያት ከነበርትዖም ንኽእል ኢና።
|
ይሖዋ ሞገስ ሊያሳያችሁ በትዕግሥት ይጠባበቃል፤ ምሕረት ሊያሳያችሁም ይነሳል።
|
የሆዋ ግና ሞገስ ኬርእየኩም ብትዕግስቲ ይጽበ ኣሎ፣ ኪምሕረኩም ድማ ኪትንስእ እዩ።
|
ኢየሱስ ከአባቱ ጋር አብሮ በደስታ ይሠራ የነበረ ሲሆን ባከናወነው ነገር እንዲሁም ይሖዋ በእሱ ደስ እንደሚሰኝ በማወቁ ሐሴት ያደርግ ነበር።
|
የሱስ ብሓጐስ ኣብ ጐድኒ ኣቦኡ ዀይኑ ዓይዩ እዩ፣ እቲ ዝዓየዮ ዕዮን ንየሆዋ ኸም ዜሐጕሶ ምፍላጡን ከኣ እዩ ኣሐጒስዎ።
|
እስራኤላውያን ታማኝ ካልሆኑ በሽታዎችን ወይም መቅሰፍቶችን ሁሉ በማምጣት እንደሚቀጣቸው አምላክ አስጠንቅቋቸው ነበር።
|
እስራኤላውያን ዘይእሙናት እንተ ዀይኖም፡ ኵሉ ሕማምን መዓትን ከም ዜምጽኣሎም ኣጠንቂቕዎም እዩ።
|
ብዙውን ጊዜ ለቀልድ ተብሎ የሚነገር ቢሆንም ሳይታሰብ መልኩን ሊቀይርና ሌሎችን የሚያንኳስስ ወይም ስድብ አዘል መልእክት የሚያስተላልፍ ሊሆን ይችላል።
|
ሽምጠጣ ብዙሕ ሳዕ ከም መስሓቕ ጌርካ ይርአ እዩ፣ ቀልጢፉ ግና ናብ ንዕቀትን ጸርፍን ይበጽሕ እዩ።
|
እንዲህ ያለው ታማኝነት የውድድርና የፉክክር መንፈስ እንዲኖር ይባስ ብሎም ደም መፋሰስና የጅምላ ጭፍጨፋ እንዲከሰት ምክንያት ሆኗል።
|
እቲ ዜሕዝን ድማ፡ ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት፡ ጠንቂ ውድድርን ጽልእን ኪኸውን፡ ሕሉፍ ሓሊፉ እውን ምፍሳስ ደምን ጃምላዊ ቕትለትን ኬስዕብ ይኽእል እዩ።
|
በተጨማሪም ሰዎችን መፈወስ ይችላል።
|
ብዘይካዚ፡ ንዝሓመሙ እውን ኬሕዊ ይኽእል እዩ።
|
በሌላ በኩል ደግሞ ይሖዋ በሽታን ማስወገድ ወይም ሕዝቡ እንዳይታመሙ ጥበቃ ማድረግ ይችላል።
|
በቲ ኻልእ ሸነኽ ድማ፡ የሆዋ ንሕማም ኬርሕቖ ይኽእል እዩ።
|
ይህ ቅብዓት ባስተማራችሁ መሠረት ከእሱ ጋር ያላችሁን አንድነት ጠብቃችሁ ኑሩ።
|
ከምቲ ዝመሃረኩም ድማ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ።
|
ለምሳሌ በአብርሃም ዘመን የነበረውን ፈርዖንን እና ከጊዜ በኋላ ደግሞ የሙሴን እህት ሚርያምን እንዲታመሙ በማድረግ ቀጥቷቸዋል።
|
ኣብ ገሊኡ እዋናት፡ ንገሊኦም ሰባት፡ ንኣብነት ነቲ ብግዜ ኣብርሃም ዝነበረ ፈርኦንን ንሚርያም ሓብቲ ሙሴን ብሕማም ቀጺዕዎም እዩ።
|
ምክንያቱ ምንም ይሁን ምን የወይን ጠጅ አለቀ።
|
ግናኸ፡ እቲ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ብዘየገድስ፡ ወይኒ ተወድአ።
|
ለምትቀርበው ሰው ስሜትህን አውጥተህ መናገርህ ጭንቀትህን ለማቅለል ይረዳሃል።
|
ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥ፡ ማለት ስምዒትካ ንእትኣምኖ ፈታዊኻ ምክፋል ጭንቀትካ ንኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።
|
ከወንድሞቻችንና ከእህቶቻችን ጋር ስናገለግል እነሱን የሚያበረታታ ነገር ለመናገር አጋጣሚዎች ማግኘታችን አይቀርም።
|
ኣብ ጐድኒ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኴንና ኸነገልግል ከለና፡ ዜተባብዕ ዘረባ ኽንዛረብ ኣጋጣሚ ንረክብ ኢና።
|
እንዲህ የማድረግ ኃይል እንዳለው መጽሐፍ ቅዱስ ያረጋግጥልናል።
|
መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ የረጋግጸልና እዩ።
|
ከሁሉም በላይ ደግሞ የተሰጠህን ማንኛውንም ኃላፊነት በመወጣት ረገድ ታማኝ መሆንህን አሳይ።
|
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንእተዋህበካ ዝዀነ ይኹን ዕዮ ብተኣማንነት ፈጽሞ።
|
መጥፎ ምኞቶች በውስጣችን ሥር ሰደው ንጹሕ ሐሳቦችን ገፍተው ለማውጣት ቢሞክሩም እንኳ ይሖዋ የእሱን መመሪያዎች በመታዘዝ በዚያ መሠረት መኖር እንድንችል አካሄዳችንን ይመራልናል።
|
ሕማቕ ትምኒት ሱር እኳ እንተ ሰደደ፡ ነቲ ንጹህ ሓሳባትና እውን እንተ ዓብለሎ፡ የሆዋ ግና ትእዛዛቱ ኽንሕሉን ኣብ ህይወትና ብእኡ ኽንመላለስን ምእንቲ ኽንክእል፡ ንስጕምትታትና ኼጽንዐን ወይ ኪመርሐን ይኽእል እዩ።
|
በተጨማሪም ሰዎች ያሏቸውን ጥሩ ባሕርያት በማድነቅ ወይም ተስፋ የቆረጡትን የሚያጽናና ነገር በመናገር ሌሎችን ማበረታታት ይቻላል።
|
ንኻልኦት ብዛዕባ እቲ ዘለዎም ጽቡቕ ባህርያት ብምንኣድ ወይ ተስፋ ንዝቘረጹ ብምጽንናዕ እውን ከነተባብዕ ንኽእል ኢና።
|
አምላክ እንደ ወዳጆቹ አድርጎ የተቀበላቸውና እንደ ጻድቃን የሚቆጥራቸው በዛሬው ጊዜ የሚኖሩ ክርስቲያኖችስ ተመሳሳይ አደጋ ሊያጋጥማቸው ይችላል?
|
እዚ ሓደጋ እዚ ነቶም ኣምላኽ ከም ኣዕሩኹ እተቐበሎምን ጻድቃን ገይሩ ዝረኣዮምን ክርስትያናት ዜስግእ ኪኸውን ይኽእል ድዩ፧
|
ሁሉም መጽናት የቻሉት ተስፋ የተደረጉትን ነገሮች በእርግጠኝነት ይጠብቁ ስለነበር ነው።
|
ኵሎም፡ ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጽ ትጽቢት ስለ ዝነበሮም፡ ተጻዊሮም እዮም።
|
ደካማው ሥጋችን በኃጢአት ድርጊቶች በቀላሉ ሊማረክ ይችላል፤ ይሁንና ይሖዋ የፈቃደኝነት መንፈስ ይኸውም እሱን የመታዘዝ ፍላጎት በውስጣችን እንዲቀሰቀስ ሊረዳን ይችላል።
|
ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኽንሓስብ ብርቱዕ ውሽጣዊ ድፍኢት እንተ ኣሎና እውን ከይተረፈ፡ የሆዋ ፍቓደኛ መንፈስ ኪህበና፡ ማለት ንኽንእዘዝ ድሌት ኬሕድረልና ይኽእል እዩ።
|
የአምላክ ልጅ የሰዎችን እምነት ለመገንባት ጊዜ መድቧል።
|
ወዲ ኣምላኽ ንእምነት ውልቀ ሰባት ንምህናጽ ግዜ መዲቡ እዩ።
|
መጽሐፍ ቅዱስ፣ አዘውትረን በስብሰባዎች ላይ እንድንገኝ ያዘናል።
|
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣኼባታት ኣዘውቲርና ኽንእከብ ይእዝዘና እዩ።
|
በዚያ ላይ ደግሞ ብዙውን ጊዜ የአንዳንድ ጥቅሶችን ትርጉም መረዳት ይከብዳቸዋል፤ ይህም ለእድገታቸው እንቅፋት ሆኗል።
|
ንትርጉም ገሊኡ ፍቕድታት እውን ብንጹር ኪርድእዎ ኣይክእሉን ነይሮም፣ እዚ ድማ ንዕቤቶም ዓጊትዎ ነይሩ እዩ።
|
ኢዮስያስና ሌሎች ታማኝ መሪዎች፣ በአምላክ ቃል ይመሩ ስለነበር ለሕዝቡ የሚሰጡትን መመሪያ ለማስተካከል ፈቃደኞች ሆነዋል።
|
ዮስያስን ካልኦት እሙናት መራሕትን ብቓል ኣምላኽ ስለ እተመርሑ፡ ንህዝቢ ኣምላኽ እተዓረየን ንጹርን መምርሒታት ኪህቡ ኽኢሎም እዮም።
|
ከጊዜ በኋላ ዳዊት ስለ ሁኔታው ትክክለኛ መረጃ ሲያገኝ ውሳኔውን አስተካክሏል።
|
ድሕሪ ግዜ ቕኑዕ ሓበሬታ ምስ ረኸበ ግና፡ ውሳነኡ ኣዐርዩ እዩ።
|
ከገንዘብ ጋር የተያያዙ ችግሮች ቢያስጨንቁን አሊያም የጤና ወይም የስሜት መቃወስ ቅዱስ አገልግሎታችንን ቢገድቡብን ይሖዋ ይራራልናል።
|
ቍጠባዊ ዅነታት ምስ ዚኸብደና ወይ ከኣ ጥዕናና ወይ ስምዒታትና ነቲ እነቕርቦ ቕዱስ ኣገልግሎት ምስ ዚድርቶ ይድንግጸልና እዩ።
|
ይሖዋ ስለዚህ ጉዳይ በልባቸው ውስጥ አንዳች ጥርጣሬ እንዳያድር ያደርጋል።
|
የሆዋ ኣብ ኣእምሮኦምን ኣብ ልቦምን ዋላ ሓደ ዜጠራጥር ነገር ኣይሓድገሎምን እዩ።
|
ተከታዮቹ ትንሽ መንጋ እና ሌሎች በጎች ተብለው በሁለት ቡድኖች እንደሚከፈሉ ገልጿል፤ ያም ቢሆን ሁለቱም በአንድ እረኛ የሚመሩ አንድ መንጋ እንደሚሆኑ ተናግሯል።
|
ሰዓብቱ ሒደት መጓሰን ካልኦት ኣባጊዕን ዚብሃሉ ኽልተ ጕጅለ ምዃኖም ገሊጹ እዩ፣ ግናኸ፡ ብዛዕባ እዘን ኣባጊዑ፡ ሓደ መጓሰ ኪዀና እየን፡ ጓሳአን እውን ሓደ ኢሉ እዩ።
|
ከኢየሱስ ጋር ሰማያዊ ውርሻ የሚያገኙት 144,000ዎች ከሞት ከተነሱ በኋላ፣ ሰው ሆነው ሲኖሩ ያካበቱትን ልምድ ይጠቀሙበታል።
|
እቶም ኣብ ሰማይ ምስ የሱስ ሓቢሮም ዝገዝኡ 144,000 መጋዝእቲ የሱስ ድማ፡ ነቲ ሰብ ኰይኖም ዘሕለፍዎ ተመክሮ ሒዞም ኪትንስኡ እዮም።
|
አንተም ይህ ተልእኮና ትንቢት ፍጻሜውን እንዲያገኝ የበኩልህን አስተዋጽኦ እያደረግክ ሊሆን ይችላል።
|
ንስኻ እውን ኣብ ምፍጻም እዚ ትእዛዝን ትንቢትን እዚ እጃምካ ተበርክት ትህሉ ትኸውን።
|
በምሳሌያዊ አነጋገር የተቀመጠው ይህ ጥቅስ፣ ከኤደን ጀምሮ በሰው ልጆች ላይ የደረሱትን መከራዎች በሙሉ ይሖዋ እንዴት እንደሚያስወግድ ይገልጻል።
|
ኣብታ ሓንቲ ፍቕዲ እቲኣ ጥራይ፡ የሆዋ ንዅሉ እቲ ደቂ ሰብ ካብ ኤደን ኣትሒዙ ዝወረዶም መከራ ብኸመይ ከም ዚፈትሖ ብስእላዊ ቓላት ተገሊጹ ኣሎ።
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.