tr { amh
stringlengths
4
246
tig
stringlengths
3
240
ደስታው እዚጠፋ እንደሆነ፣ ዚእምነት ባልንጀሮቹን መተ቞ት እንደጀመሚ ወይም ድብቅ እዚሆነ እንደመጣ አስተውላቜሁ ሊሆን ይቜላል።
ምናልባት ሓጐሱ ይጠፍእ፡ ንኣመንቲ ዝዀኑ ብጟት ይነቕፎም፡ ወይ ምስጢራዊ ዀይኑ ይህሉ ይኞውን።
በቀተሰብህ ፊት እንዲህ ዓይነት ልመና ማቅሚብ ሊያሳፍርህ አይገባም።
ስድራ ቀትካ ኾምዚ ዓይነት ጞሎት ክትጜሊ ኞለኻ ኞይሰምዑኻ ኢልካ ኜትስኚፍ ዚብልካን።
በራስ ያለመተማመን ስሜት ሊያድርብን እንደሚቜል ያውቃል።
ክንሻቐል ኹለና ወይ ርእሰ ምትእምማን ኪጐድለና ኾሎ ይርድኣልና እዩ።
በሥራው ዓለም ያሉ በርካታ ሰዎቜም በሥራ ቊታ቞ው ጚርሶ ማበሚታቻ እንደማያገኙ በምሬት ይናገራሉ።
ሓያሎ ሰራሕተኛታት ስለ ዘይንኣዱ፡ ኣብ ስራሕ ምትብባዕ ዚብሃል ኹም ዘዹለ ይዛሚቡ እዮም።
በመሆኑም ቅድሚያውን ወስደን ሞቅ አድርገን ልንቀበላቾውና ልባዊ አሳቢነት ልናሳያ቞ው ይገባል።
ስለዚ፡ ብተበግሶና ፍቕርን ተገዳስነትን ኚነርእዮም ኣሎና።
አምላክ ዚሰጣ቞ው እነዚህ ተስፋዎቜ በጥቅሉ ለሰው ልጆቜ ሳይሆን በግለሰብ ደሹጃ ለአንተ እንደተሰጡ አድርገህ አስብ።
እቲ ኣምላኜ ዘተስፈዎ ተስፋታት ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንዓኻ ብውልቂ እውን ኹም ዚምልኚተካ ጌርካ ርኣዮ።
ዹጠበቅነው ነገር አለመሳካቱን እያሰብን ዚምንብሰለሰል ኹሆነ ተስፋ ልንቆርጥ እንቜላለን።
ብዛዕባ እቲ ዝጐሃናሉ ነገራት ነስቈርቍር እንተ ዄንና፡ ብቐሊሉ ተስፋ ኜንቈርጜ ንኜእል ኢና።
በተጚማሪም በቅድመ ክርስትና ዘመን እንደኖሩት ዹይሖዋ አገልጋዮቜ፣ አምላክ ቃል በገባ቞ው ነገሮቜ ላይ ማሰላሰል እንዲሁም ዚእሱን ትእዛዛት መጠበቅ አለብን።
ድሕሪኡ፡ ኚምቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ ኣምለኜቲ ዚሆዋ፡ ብዛዕባ ተስፋታት ዹሆዋ ኣዘውቲርና ኞነስተንትንን ንስርዓታቱ ኜንእዘዞን ኣሎና።
መጜሐፍ ቅዱስ በአንድ ሰው በአዳም በደል ዚተነሳ ሞት በአዳም ዘሮቜ ላይ እንደነገሠ ይናገራል።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ብኣበሳ እቲ ሓደ ሰብ ኣዳም፡ ሞት ኣብ ልዕሊ ዅሎም ዘርኢ ኣዳም ኹም ዝነገሰ ይገልጜ እዩ።
ይሖዋ በልግስና በሰጠን ጾጋ አማካኝነት በፍቅር እንደሚንኚባኚበን ማወቁ እንዎት ያበሚታታል! ኃጢአተኞቜ በመሆናቜን፣ ይሖዋ ባይሚዳን ኖሮ ተስፋ አይኖሹንም ነበር።
ዹሆዋ ብጞጋኡ ፍቕራዊ ሓልዮት ዜርእዚና ምዃኑ ምፍላጥናስ ኣዚ ኜንደይ ዜጾናንዕ ኰን እዩ! ሓጥኣን ስለ ዝዀንና፡ ዹሆዋ እንተ ዘይሕግዘና ነይሩ ተስፋ ኣይምሃለወናን።
አምላክ ለሩት እንዲህ አድርጎላታል።
ኣምላኜ ንሩት ኚምኡ እዩ ገይሩላ።
አንድ ዚመንግሥት አዳራሜ ተገንብቶ ኹተጠናቀቀ በኋላ ደግሞ ዹምናመልኹውን አምላክ ባሕርያትና ማንነት ይኾውም ዚሥርዓት አምላክ መሆኑን ዚሚያንጞባርቅ እንዲሆን በንጜሕና መያዝ አለበት።
ሓድሜ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ምስ ተሃንጞ፡ ንባህርያት እቲ እነምልኟ ኣምላኜ ስርዓት ዜንጞባርቕ ምእንቲ ኪኞውን፡ ብጜሬትን ብጜፈትን ክንሕዞ ኣሎና።
አብርሃም አምላክ ይስሐቅን ኚሞት እንኳ ሳይቀር ሊያስነሳው እንደሚቜል ተገንዝቩ ነበር።
ኣምላኜ ንይስሃቅ ካብ ምዉታት ኬተንስኊ ኾም ዚኜእል እዩ ሓሲቡ።
በመሆኑም በርካታ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተማሪዎቜ ዚነበሩበትን ቀተ ክርስቲያን መልቀቃቾውን ዚሚገልጜ ደብዳቀ አዘጋጁ።
ስለዚ፡ ብዙሓት ተምሃሮ መጜሓፍ ቅዱስ ካብ ኣብያተ ክርስትያኖም ኹም ዝወጹ ዚገልጜ ደብዳበ ኣዳለዉ።
ጳውሎስ ኚኋላዬ ያሉትን ነገሮቜ እዚሚሳሁ ኹፊቮ ወዳሉት ነገሮቜ እንጠራራለሁፀ . . . ዚሰማያዊውን ሕይወት ሜልማት አገኝ ዘንድ ግቡ ላይ ለመድሚስ እዚተጣጣርኩ ነው በማለት ጜፏል።
ነቲ ብድሕሚይ ዘሎ እናሚሳዕኩ፡ ናብቲ ብቕድመይ ዘሎ ድማ እናተመጣጠርኩ፡ ናብቲ ሞቶ ኣቢለ እግስግስ ኣለኹ ኢሉ ጞሓፈ።
ኹአንደኛው ዹዓለም ጊርነት በፊት በነበሩት አሥርተ ዓመታት ቻርልስ ቮዝ ራስልና ተባባሪዎቹ፣ ዹሕዝበ ክርስትና ድርጅቶቜ ዚመጜሐፍ ቅዱስን እውነት እንደማያስተምሩ ተገንዝበው ነበር።
ቅድሚ ቐዳማይ ውግእ ዓለም ሓያሎ ዓመታት ይገብር፡ ቻርለስ ቮዝ ራስልን ብጟቱን፡ ውድባት ህዝበ ክርስትያን ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ ሓቂ ይምህራ ኾም ዘዹለዋ ፈለጡ።
በተመሳሳይ አንተም ትጋት ዚተሞላበት ዹግል ጥናት ማድሚግህ ለሚቀርቡልህ ጥያቄዎቜ መልስ እንድትሰጥ፣ ማንኛውንም ጥርጣሬ እንድታስወግድ እንዲሁም እምነትህን እንድታጠናክር ሊሚዳህ ይቜላል።
ብተመሳሳሊ፡ ንስኻ እውን ብሕታዊ መጜናዕቲ ብትግሃት ምስ እትገብር፡ ነዚ ሕቶታት እዚ መልሲ ኜትሚኜበሉ፡ ጥርጣሚታትካ ኞተወግድ፡ እምነትካ ድማ ኚተድልድል ኢኻ።
ይሁንና እኛም ሆንን ወንድሞቻቜን ፍጜምና ይጎድለናል።
ንሕና ዀንና ኣሕዋትናን ኣሓትናን ዘይጹማት ምዃንና ንፈልጥ ኢና።
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ባለቀት ዹሆነው ይሖዋ አምላክ፣ ጞሐፊዎቹ ስሙን በተደጋጋሚ ጊዜያት እንዲጠቀሙበት በመንፈሱ መርቷ቞ዋል።
እቲ ደራሲ መጜሓፍ ቅዱስ ዝዀነ ዹሆዋ ኣምላኜ ንጞሓፍቱ፡ ንስሙ ብብዝሒ ኺጥቀሙሉ ብመንፈሱ ደሪኜዎም እዩ።
እኛ ወደምንኖርበት አገር በቅርቡ ዚመጡ ዹሌላ አገር ሰዎቜ አንዳንድ ጊዜ ዓይናፋርነት እንደሚታይባ቞ውና ኚሌሎቜ ጋር መቀላቀል እንደሚኚብዳ቞ው አስተውለን ይሆናል።
ኣብ ዓዲ ስደት ዚነብሩ ሓደስቲ ሰባት፡ ሓፋራትን ምስ ሰብ ዘይሕወሱን ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
ይቅር ማለታቜን ዚደሚሰብንን በደል ባያስቀሚውም በወደፊት ሕይወታቜን ላይ በጎ ተጜዕኖ እንደሚያሳድር ጥርጥር ዚለውም።
ይቕሹ ምባል ንሕሉፍ ኹም ዘይቅይሮ ዘይኚሓድ እኳ እንተ ዀነ፡ ንመጻኢ ግና ብርግጜ ናብ ጜቡቕ ይቕይሮ እዩ።
እንዲህ በማድሚጋ቞ውና አምላካዊ ባሕርያትን በማንጞባሚቃ቞ው መጥፎ ስም ይሰጣ቞ው እንዲሁም ስደት ይደርስባ቞ው ነበር።
በዚ ምኜንያት እዝን ብምኜንያት እቲ ንኣምላኜ ዜኜብር ጠባዮምን፡ ካልኊት ሰባት ዚካፍእዎምን መስጐጕቲ ዚውርዱሎምን ነበሩ።
ኃጢአት ስንሠራ ይሖዋ ይቅር እንዲለን መለመን እንቜላለን።
ኣብ ሓጢኣት ክንወድቕ ኚለና፡ ይቕሹ ምእንቲ ኺብለልና ንዹሆዋ ንሓትቶ ኢና።
በዚህ ምሳሌያዊ አገላለጜ ላይ እንደተጠቀሱት አሥር ሰዎቜ ሁሉ ምድራዊ ተስፋ ያላ቞ው ክርስቲያኖቜም ዚአንድን አይሁዳዊ ልብስ አጥብቀው ይዘዋል።
እቶም ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም፡ ኚምቶም ምሳልያውያን ዓሰርተ ሰብ፡ ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ሒዞም ኣለዉ።
ምክንያቱም ኹዚህ ይበልጥ ትልቅ ቊታ ልንሰጠው ዚሚገባ መንፈሳዊ ፍላጎት አለን።
ኚመይሲ፡ ካብኡ ንላዕሊ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ብመንፈስ ዜድልዚና ነገራት ኣሎ።
ብዙ ሰዎቜ እኛን ዹሚመዝኑን ውጫዊ ገጜታቜንን ተመልክተው ነው።
ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ዘሎ ርእዮም፡ ብዛዕባ ሓደ ሰብ ርእይቶ ይህልዎም እዩ።
ጎጥሮስ ኹዚህ ምክር ጥቅም እንዳገኘ ግልጜ ነው።
ጎጥሮስ ኚኣ ካብዚ ተማሂሩ እዩ።
ዹአምላክ ስምና ዚስሙ መቀደስ ትልቅ ቊታ ዹሚሰጠው ጉዳይ እንደሆነ ዚሚያሳዩ ብዙ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥቅሶቜ አሉ።
ኣብ ሓያሎ ፍቕድታት መጜሓፍ ቅዱስ፡ ስም ኣምላኜን ነቲ ስም ምቕዳሱን ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ጐሊሑ ኣሎ።
እርግጥ ነው፣ አንዳንድ ጊዜ ፈተናውን መቋቋም ዚማንቜልበት ደሹጃ ላይ እንደደሚስን ይሰማን ይሆናል።
ሓቂ እዩ፡ ሓድሓድ እዋን፡ እቲ ጞገማትና ልዕሊ ዓቕምና ዀይኑ ኺስምዓና ይኜእል እዩ።
ኢዚሱስ በሰማይ ዹሚኖሹው አባታቜን ዚሚያስፈልገንን ነገር እንደሚያውቅ ተናግሯል።
ኣቊ ብሓቂ ዜድልዮም ነገር ኹም ዚፈልጥ ገሊጹ እዩ።
በተጚማሪም ይሖዋ ለደግነታቜን ወሮታውን እንደሚኚፍለን ቃል ገብቷል።
ስለቲ ዘርኣናዮ ለውሃት ዓስብና ኾም ዚህበና ድማ ቃል ኣትዩ ኣሎ።
ኢዮስያስ አምላክን ዚሚያስደስተውን ነገር በቅንዓት አኚናውኗል።
ዮስያስ ብቕንኣት ንኣምላኜ ዜሐጕሶ ዘበለ ገይሩ እዩ።
ክርስቲያኖቜ ኚገለልተኝነት ጋር ዚተያያዘ ጉዳይ ሲነሳ ተገቢውን ምላሜ ለመስጠት አእምሯ቞ውንና ሕሊናቾውን ማሠልጠን ይኖርባ቞ዋል።
ክርስትያናት ምስ ገለልትነት ዚተሓሓዝ ጕዳያት ኪልዓል ኹሎ ግቡእ መልሲ ምእንቲ ኺህቡ፡ ኣእምሮኊምን ሕልናኩምን ኬሰልጥኑ ኣለዎም።
ባለትዳሮቜ እርስ በርስ በመተባበር ለይሖዋ ውዳሎ ለማምጣት ምን ማድሚግ ይቜላሉ?
ሰብ ሓዳር ንዹሆዋ ንምውዳስ ብኞመይ ኪተሓባባሩ ይኜእሉ፧
ኢዚሱስ አገልግሎቱን ለማኹናወን ያለው ጊዜ ውስን ነበር።
ዚሱስ ንኣገልግሎቱ ንምፍጻም ውሱን ግዜ እዩ ነይርዎ።
ደቀ መዛሙርቱ ፍጹም ባይሆኑም እንኳ በእነሱ ላይ ይተማመን ስለነበር ኚእሱ ዚሚበልጥ ሥራ እንደሚያኚናውኑ ነግሯ቞ዋል።
ደቀ መዛሙርቱ ዘይፍጹማት እኳ እንተ ነበሩ፡ ብኣታቶም ይተኣማመን ነበሚ፡ ካብ ዝገበሮ ዝዓቢ ግብርታት ኹም ዚገብሩ እውን ነገሮም።
ደስ ዹሚለው ግን ዚኃጢአት ተገዢዎቜ ወይም ባሪያዎቜ ላለመሆን መምሚጥ እንቜላለን።
እቲ ዜሐጕስ ግና፡ ድሕሪ ደጊም ብሓጢኣት ኚይንግዛእ ወይ ኣብ ትሕቲ ቝጜጜር ሓጢኣት ኹይንኾውን ክንመርጜ ንኜእል ኢና።
ውሳኔ ማድሚግ ዚእያንዳንዳቜን ኃላፊነት ነውፀ በተጚማሪም ጥበብ ዚሚንጞባሚቅበትና ትክክለኛ ውሳኔ ማድሚግ ዚምንቜለው ቅዱስ ጜሑፋዊ እውቀት ሲኖሚን ነው።
ነፍሲ ወኹፍና ብርእስና ውሳነ ኜንገብር ኣሎና፣ ቅኑዕ ኣብ ዝዀነ ቕዱስ ጜሑፋዊ ፍልጠት ተመስሪትና ድማ ኢና ጥበባውን ቅኑዕን ምርጫ ኜንመርጜ እንኜእል።
በጥቅሱ ዙሪያ ካለው ሐሳብ መሚዳት እንደምንቜለው ዳዊት ይሖዋን ዚጠዚቀው፣ ለተቾገሹ ሰው አሳቢነት ለሚያሳይ ግለሰብ ዚሚያደርገውን ነገር ለእሱም እንዲያደርግለት ነው።
ካብቲ ኣብ ኚባቢኡ ዘሎ ሓሳባት ኹም እንርእዮ፡ ዹሆዋ ኞምቲ ንድኻ ንዚሓሊ ሰብ ዚገብሚሉ፡ ዳዊት እውን ኚምኡ ኺገብሚሉ እዩ ደልዩ።
ሜማግሌዎቜም ጊዜ ወስደው ምርምር ማድሚግ አለባ቞ው።
ብዘይካዚ፡ ሜማግለታት እውን ግዜ መዲቊም መጜናዕቲ ኺገብሩ ኣለዎም።
ምርምር ልታደርጉባ቞ው ኚምትቜሏ቞ው ትኩሚት ዚሚስቡ ትንቢቶቜ አንዱ ላይ ይገኛል።
ንኣብነት፡ ኣብ ሓደ ማራኺ ትንቢት ኣሎ።
እንዲያውም በአንድ ወቅት በአካባቢው ያሉ ዹተወሰኑ ቀሳውስትን ሰብስቊ አወያይቷ቞ው ነበርፀ ይህን ያደሚገው እነዚህ ሰዎቜ፣ እሱና ተባባሪዎቹ ኚመጜሐፍ ቅዱስ ያገኟ቞ውን እውነቶቜ እንደሚቀበሉና ለጉባኀዎቻ቞ው አባላት እንደሚያስተምሩ ተስፋ አድርጎ ነው።
ሓደ ግዜ፡ ነቲ ንሱን ብጟቱን ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዝሚኞብዎ ሓቅታት ተቐቢሎም ንምእመናኖም እንተ መሃሩ ኢሉ ድማ፡ ምስ ብርክት ዝበሉ ኣቕሜሜቲ ኣኌባ ገበሚ።
እንደ ጥንቶቹ ክርስቲያኖቜ ሁሉ በይሖዋ ላይ ጠንካራ እምነት እናዳብራለንፀ እንዲሁም በማንኛውም ሁኔታ ውስጥ በድፍሚት መናገር እንቜላለን።
ኚመይሲ፡ ኣብ ኣገልግሎት፡ ኚምቶም ቀዳሞት ክርስትያናት፡ ብዚሆዋ ምሉእ ብምሉእ ምእማንን ኣብ ኵሉ ዅነታት ብትብዓት ምዝራብን ንምሃር ኢና።
ኢዚሱስ ስለ አምላክ መንግሥት መናገር ያስደስተው ነበር።
ዚሱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ምዝራብ ባህ ይብሎ ነይሩ እዩ።
ዚሰዎቜን ልብ መማሹክ ዚምንቜለው ጉራ በመንዛት ወይም አላስፈላጊ ትኩሚት ወደ ራሳቜን በመሳብ ሳይሆን ዹሰኹነና ገር መንፈስ በማሳዚት እንደሆነ እንገነዘባለን።
ኣብ ልቢ ሰባት ክንኣቱ እንኜእል፡ ብጃህራ ወይ ዘይግቡእ ትዅሚት ናብ ርእስና ብምስሓብ ዘይኰነስ፡ ብህዱእን ልኡምን መንፈስ እዩ።
ዹይሖዋ ምሥክር ያልሆኑ ሰዎቜ ለአገራ቞ው፣ ለዘራ቞ው ወይም ለባሕላ቞ው አልፎ ተርፎም ለብሔራዊ ዚስፖርት ቡድና቞ው ልዩ ታማኝነት ማሳዚት እንዳለባ቞ው ይሰማቾው ይሆናል።
ኹማና ዓይነት እምነት ዘይብሎም ሰባት፡ ንሃገሮም፡ ንዓሌቶም፡ ንባህሎም፡ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ንሃገራዊት ጋንታ ስፖርት ኣዝዮም እሙናት ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
ለምሳሌ በ2014 ዚአገልግሎት ዓመት ኹ275,500 ዚሚበልጡ ሰዎቜ ተጠምቀው ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ሆነዋልፀ ይህም በአማካይ በዚሳምንቱ 5,300 ዚሚያህሉ ሰዎቜ ይጠመቃሉ ማለት ነው።
ንኣብነት፡ ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2014 ልዕሊ 275,500 ሓደስቲ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ተጠሚቖም እዮም፣ እዚ ድማ፡ ኣብ ሰሰሙን ብገምጋም ኣስታት 5,300 ተጠሚቖም ማለት እዩ።
ፈተና ሲያጋጥመን ንጹሕ አቋማቜንን ለመጠበቅ እንዲሚዳን አምላክን አዘውትሚን እንለምነዋለን?
ፈተና ኌጋጥመና ኾሎ ንጜህናና ንኜንሕሉ ምእንቲ ኺሕግዘና፡ ንኣምላኜ ኣዘውቲርና ንልምኖ ዲና፧
ወደ ፈተና ዚሚያስገባን አምላክ አይደለም።
ኰይኑ ግና፡ ኣምላኜ ኣብ ፈተና ኣዚእትወናን እዩ።
ይህን ያደሚገው ለሰዎቜ ስለሚያስብና ለጋስ ዹሆነውን በሰማይ ያለውን አባቱን ምሳሌ ስለተኚተለ ነው።
ነቲ ተኣምር ዝፈጾሞ ንሰባት ይሓልዹሎም ስለ ዝነበሹን ለጋስ ብምዃን ንሰማያዊ ኣቊኡ ኺመስሎ ስለ ዝደለዹን እዩ።
ታዲያ አመለካኚታ቞ው ዹተለወጠው ለምንድን ነው?
ኣተሓሳስባኊም እተለወጠ ደኣ ስለምንታይ እዩ፧
በወጣትነት ዕድሜህ ያለህበት ሁኔታ ለዚት ያለ ሊሆን ስለሚቜል ነው።
ምኜንያቱ፡ ፍልይ ዝበለ ዅነታት ኪህልወካ ይኜእል እዩ።
በትዳራ቞ው ውስጥ ኚባድ ቜግር ያጋጠማ቞ው ባለትዳሮቜ፣ ሜማግሌዎቜ እንዲሚዷ቞ው መጠዹቅ አለባ቞ው።
ኚቢድ ጞገማት ዘለዎም ክርስትያን ሰብ ሓዳር፡ ካብ ሜማግለታት ሓገዝ ኪደልዩ ኣለዎም።
ኹዚህም ሌላ በጥንታዊ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎቜ ላይ በተደሹገ ተጚማሪ ጥናት ምክንያት ላይ ዹአምላክ ስም እንዲገባ ተደርጓል።
ብተወሳኺ ድማ፡ ብምኜንያት እቲ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጜሑፋት እተገብሚ ተወሳኺ መጜናዕቲ፡ ኣብ ስም ኣምላኜ ናብ ቊታኡ ተመሊሱ ኣሎ።
በቅድመ ክርስትና ዘመን ዚነበሩ ዹአምላክ ምሥክሮቜ እምነታ቞ው ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን ዚሚዳ቞ው ሌላው ነገር ደግሞ ጞሎት ነው።
ጞሎት እውን ነቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ መሰኻኜር እምነቶም ኬደልድሉ ብዙሕ ሓጊዝዎም እዩ።
ይሖዋ አንዳንድ ጊዜ ለምንጠይቀው ነገር አፋጣኝ ምላሜ ዹማይሰጠን ለምንድን ነው?
ዹሆዋ ንነፍሲ ወኹፍ ልመናና ብኡብኡ ምላሜ ዘይህበሉ ስለምንታይ እዩ፧
ታላቁ መኚራ ኚመጀመሩ በፊት አሁንም እንኳ ጠንካራ ዚወንድማማቜ ፍቅር ማዳበር ያስፈልገናል።
ሕጂ እውን እንተ ዀነ፡ እቲ ብርቱዕ ጞበባ ገና ቕድሚ ምጅማሩ፡ ሓያል ሕውነታዊት ፍቕሪ ተድልዚና እያ።
ኢዚሱስ ዚመጀመሪያ ተአምሩን ዹፈጾመው በገሊላ በምትገኘው በቃና በተኹናወነ ዹሠርግ ድግስ ላይ ነው።
ዚሱስ ዝፈጾሞ ናይ መጀመርታ ተኣምር፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ኣብ እተገብሚ መርዓ እዩ።
ዚመስክ አገልግሎት ስምሪት ስብሰባ ካደሚግን በኋላ ዚመንግሥቱን መልእክት ለሰው ሁሉ ለመስበክ እንወጣለን።
ንኣገልግሎት ወፍሪ ድሕሪ ምእካብና፡ መልእኜቲ መንግስቲ ኣምላኜ ንሰባት ንምንጋር ንኞይድ ኢና።
በጣም ታማኝ ዹሆነ ዹአምላክ አገልጋይም እንኳ ይሖዋ በክርስቶስ በኩል ያሳዚን ጾጋ ዚግድ ያስፈልገዋል።
ልዕሊ ዅሉ እሙን ዝዀነ ኣገልጋሊ ኣምላኜ እኳ እንተ ዀነ፡ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዚግለጜ ጾጋ ዹሆዋ ዚድልዮ እዩ።
ጥሩ ውሳኔ ማድሚግ ኹአምላክ ጋር ያለንን ዝምድና እንደሚያጠናክሚው ሁሉ መጥፎ ውሳኔ ማድሚግም ኹይሖዋ ጋር ያለንን ዝምድና ያበላሞዋል።
ጜቡቕ ውሳነ ነቲ ምስ ኣምላኜ ዘሎና ርክብ ዚድልድሎ፡ ሕማቕ ውሳነ ግና ዚበላሜዎ እዩ።
አብርሃም ምን ማለቱ ነበር?
ኣብርሃም እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧
ክርስቲያኖቜ ኚእምነት ባልንጀራ቞ው ጋር በትዳር ሲጣመሩ፣ ራሱን ለይሖዋ ዹወሰነና ንጹሕ አቋማቾውን ጠብቀው እንዲመላለሱ ዚሚያግዛ቞ው አጋር ያገኛሉ።
ክርስትያናት ምስ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይ እንተ ተመርዕዮም፡ ርእሱ ንዹሆዋ ዝወፈዹን ንጜህናኊም ምእንቲ ኺሕልዉ ኺሕግዞም ዚኜእልን መጻምድቲ እዮም ዚሚኜቡ።
ልክ እንደ ኖኅ፣ እኛም ዚጌታ ሥራ ዹበዛልን ለመሆን ኹፍተኛ ጥሚት እናደርጋለን።
ንሕና እውን ኹም ኖህ፡ ኵሉ ሳዕ ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ኺህልወና ኢና እንጜዕር።
በዚትኛውም ጊዜ በምድር ላይ ዚኖሩ ዹአምላክ አገልጋዮቜ፣ አምላክ ቃል ስለገባ቞ው ነገሮቜ ፍጻሜ በማሰባ቞ው ተጠቅመዋል።
ጥንቲ ዀነ ሎሚ፡ ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ኣገልገልቲ ዹሆዋ ብዛዕባ እቲ ተስፋታት ኣምላኜ ዚፍጾመሉ ዅነታት ይሓስቡ እዮም።
ሌሎቜን ይቅር ዹምንል ኹሆነ ይሖዋም ይቅር ይለናል።
ንኻልኊት ይቕሹ ንብለሎም እንተ ዄንና፡ ዹሆዋ እውን ይቕሹ ኺብለልና እዩ።
ምሥራቹን ኚምናዳርስባ቞ው ግሩም መንገዶቜ አንዱ ዚአደባባይ ምሥክርነት ነው።
ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት፡ ብስራት ክንዝርግሓሉ እንኜእል ሓደ ብሉጜ ሜላ እዩ።
ብዙ ሰዎቜ ለመዝናናት ብለው ዚሚያዩአ቞ው ወይም ዚሚፈጜሟ቞ው ነገሮቜ መጜሐፍ ቅዱስ ዓመፅ፣ ዚፆታ ብልግና፣ መናፍስትነት ወይም ርኩሰት እንደሆኑ ዚሚገልጻ቞ው ድርጊቶቜ ና቞ው።
ብዙሓት ሰባት ንምዝንጋዕ ኢሎም ዚርእይዎ ወይ ዚገብርዎ ነገራት፡ እቲ መጜሓፍ ቅዱስ ኹም ዓመጻ፡ ርኜሰት፡ መናፍስትነት፡ ወይ እኚይ ገይሩ ዚቘጜሮ ተግባራት እዩ።
ዹአምላክን መንግሥት ምሥራቜ እንድንሰብክ ዹተሰጠንን ትእዛዝ በመፈጾም ለባልንጀራቜን እንዲህ ዓይነት ፍቅር እንዳለን እናሳያለን።
ንብጟትና ኾም እነፍቅር ኚነርእዚሉ እንኜእል መገዲ ድማ፡ ነቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ክንሰብኜ እተዋህበና መዝነት ብምፍጻም እዩ።
ልክ እንደ ኢዚሱስ ሁሉ ለእነሱም ይህ ዕድሜ በመንፈሳዊ እድገት ዚሚያደርጉበት አስደሳቜ ጊዜ ሊሆንላቾው ይቜላል።
ኚምቲ ዚሱስ ብንእስነቱ ዝነበሮ፡ እዋን ንእስነት ዜዕግብ መንፈሳዊ ዕቀት ዚገብሩሉ እዋን ኰይኑ ኺሚኜብዎ ይኜእሉ እዮም።
ኢዚሱስ ኚመሞቱ ጥቂት ቀደም ብሎ ደቀ መዛሙርቱን ዹዚህ ዓለም ገዢ ስለሆነው ስለ ዲያብሎስ ሊስት ጊዜ አስጠንቅቋ቞ዋል።
ዚሱስ ቀቅድሚ ሙማቱ ንደቀ መዛሙርቱ ብዛዕባ ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ሰለስተ ሳዕ ኣጠንቂቕዎም እዩ።
በዚህ ወቅት ለመስክ አገልግሎት ልምምድ ማድሚግ ሁሉም ዚቀተሰቡ አባላት ውጀታማ በሆነ መንገድ ለመስበክ ዚታጠቁ እንዲሆኑ ይሚዳ቞ዋል።
ኣባላት ስድራ ቀት ንኣገልግሎት ወፍሪ ምስ ዚለማመዱ፡ ብውጜኢታዊ መገዲ ንምስባኜ ብዝሓሞ ኺዕጠቑ ይኜእሉ እዮም።
አምላክ በገባልን በዚህ ቃል ላይ ያለን እምነት ለይሖዋ ያለን ፍቅር ምን ያህል ጥልቀት እንዳለው ያሳያልፀ ምክንያቱም ፍቅርና እምነት ዚማይነጣጠሉ ነገሮቜ ና቞ው።
ፍቕርን እምንቶን ኢድ ንኢድ ተተሓሒዘን ዚኞዳ ባህርያት ስለ ዝዀና፡ መጠን እቲ ኣብዚ ተስፋ እዚ ዘሎና እምንቶ ዕምቈት እቲ ንዹሆዋ ዘሎና ፍቕሪ ዜርኢ እዩ።
እነዚህ ወጣቶቜ በአምላክ ኃይል ላይ እምነት ስለነበራ቞ው ዚአንበሶቜን አፍ ዘግተዋል እንዲሁም ዚእሳትን ኃይል አጥፍተዋል ሊባልላ቞ው ቜሏል።
ዚግዳስ፡ ኣብ ሓይሊ ኣምላኜ ዝነበሚቶም እምነት፡ ኣፍ ኣናብስ ኪዓጜዉን ንሓይሊ ሓዊ ኌጥፍኡን ኣኜኢላቶም እያ።
አንድ አዲስ ኃላፊነት ኚመቀበላቜን በፊት በጞሎት በመታገዝ ያለንበትን ሁኔታ በሐቀኝነት መመርመራቜን አቅማቜንን ያላገናዘበ ነገር ኚማድሚግ እንድንቆጠብ ይሚዳናል።
ሓድሜ ሓላፍነት ክንቅበል ኚለና፡ ንዅነታትና ብጞሎትን ብቕንዕናን ምምርማርና፡ ልዕሊ ዓቕምና ኞይንመጣጠር ይሕግዘና።
አምላክ ቃል በገባልን አዲስ ዓለም ደፍ ላይ ነን።
ኣብ ድርኵዂት እታ ኣምላኜ ዘተስፈወና ሓዳስ ዓለም ኢና እንርኚብ ዘለና።
ነገር ግን አምላክ እንደሚሚዳን እርግጠኛ በመሆን አመራሩን መጠዹቅ እንቜላለን።
ግናኞ፡ ካብ ኣምላኜ ሓገዝ ክንሓትት ንኜእል ኢና።
አንዳንዶቹ ዚዚዋሆቜን ልብ እያታለሉ ነበር።
ገሊኣቶም ኚኣ ገርህታት ዚስሕቱ ነይሮም እዮም።
ኹአምላክ ሉዓላዊነት ጋር በተያያዘ ዚተነሳው ጥያቄ መልስ ስላላገኘ ፈታኙ በዚህ ዓለም ተጠቅሞ እንዲፈትነን ይሖዋ ፈቅዶለታል።
እቲ ንልዑላውነት ኣምላኜ ዚምልኚት ጕዳይ ሕጂ እውን ይቕጜል ስለ ዘሎ፡ ዹሆዋ ነቲ ፈታኒ፡ በዛ ዓለም ተጠቒሙ ኺፍትነና ፈቒዱሉ እዩ።
ውስጣዊ ሰላም ካለን ኚቀተሰባቜንም ሆነ ኚጉባኀያቜን አባላት ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖሚን ጥሚት እናደርጋለን።
ሓደ ኻብቲ ውሜጣዊ ሰላም ክንሚኜበሉ እንኜእል መገዲ፡ ምስ ስድራ ቀትናን ምስ ጉባኀናን ሰላም ክንገብር ምጜዓር እዩ።
ይሖዋ ዚፍትሕ አምላክ ነውና።
ዚሆዋስ ኣምላኜ ፍትሒ እዩ።
ለሌሎቜ ፍቅርና ምሕሚት ዚማናሳይ ኹሆነ አምላክ ሊወደን ወይም ይቅር ሊለን አይቜልም።
ንኻልኊት ዘይነፍቅርን ይቕሹ ዘይንብልን እንተ ዄንና፡ ካብ ኣምላኜ ፍቕርን ይቕሚታን ክንሚክብ ኣይንኜእልን ኢና።
እንደ ኀልያስ ያሉ ሌሎቜ ደግሞ በዚበሚሃው፣ በዚተራራው፣ በዚዋሻውና በምድር ውስጥ ባሉ ጉድጓዶቜ ተቅበዝብዘዋል።
ኹም ኀልያስ ዝኣመሰሉ ኻልኊት ድማ፡ ኣብ በሚኻታትን ኣብ ኣኜራንን ኣብ በዓትታትን ኣብ ጐዳጕዲ ምድርን ኰለል ኢሎም እዮም።
ኢሳይያስ ስለ ይሖዋ ሲናገር ሙሉ በሙሉ በአንተ ዚሚመኩትን ትጠብቃለህፀ በአንተ ስለሚታመኑ ዘላቂ ሰላም ትሰጣ቞ዋለህ ብሎ ነበርፀ ይህ ትንቢት በኢሳይያስ ዘመን ፍጻሜውን ያገኘ ሲሆን በዘመናቜንም በላቀ ሁኔታ እዚተፈጞመ ነው።
ኢሳይያስ፡ ነቶም ምሉእ ብምሉእ ኣባኻ ዚጜግዑ፡ ክትሕልዎም ኢኻ፣ ብኣኻ ስለ እተኣመኑ፡ ቀጻሊ ሰላም ክትህቊም ኢኻ ብምባል ኣብ ግዜኡ ፍጻመኡ ብዛዕባ ዝሚኞበ፡ ሕጂ ግና ዝዓበዹ ፍጻመ ብዛዕባ ዚሚክብ ዘሎ ነገር ጜሒፉ ኣሎ።
ዹይሖዋን ቊታ ሊይዙብን ዚሚቜሉት ነገሮቜ ምንድን ናቾው?
እዚ እንታይ እዩ ኪኞውን ዚኜእል፧
ኹዚህ ይልቅ ይሖዋ ታዛዥ ለሆኑ ዹሰው ልጆቜ ዹዘላለም ሕይወት ለመስጠት በኢዚሱስ በኩል ያደሚገውን ዝግጅት ያመለክታልፀ በእርግጥም ይህ በጉጉት ዚምንጠብቀው ነገር ነው።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ነቲ ዹሆዋ ብዚሱስ ኣቢሉ ንእዙዛት ደቂ ሰብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዚህበሉ መሰናድዎ እዩ ዜመልክት፣ እዚ ኞኣ ብሃንቀውታ እንጜበዮ ነገር እዩ።
ዚጜድቅ ሰባኪ ዹነበሹው ኖኅ፣ አምላክ ዚማስጠንቀቂያ መልእክት እንዲያውጅ ዹሰጠውን ሥራ በታማኝነት አኚናውኗል።
ኖህ ነቲ እተዋህቊ መጠንቀቕታ ብተኣማንነት ብምእዋጅ፡ ሰባኜ ጜድቂ ዀይኑ ኣገልጊሉ እዩ።
ታዲያ አመቺ አጋጣሚዎቜን ተጠቅመን፣ ሌሎቜን እንድንወዳ቞ውና እንድናደንቃ቞ው ዚሚያደርጉንን ምክንያቶቜ እንነግራ቞ዋለን?
ዚምሜእ ኣጋጣሚ ተጠቒምና ንኻልኊት ስለምንታይ ኹም እነፍቅሮምን ኹም እነድንቖምን ንዛሹቩም ዲና፧
አምላክ፣ ሕይወት ያላ቞ውን ዚተለያዩ ነገሮቜ ለመፍጠር ዝግመተ ለውጥን እንደተጠቀመ ይሰማ቞ዋል።
ኣምላኜ ብመስርሕ ፍልቀት ገይሩ በብዓይነቱ ህይወት ኹም ዝፈጠሹ ይኣምኑ እዮም።
ግባቜን ኚኚባድ ኃጢአቶቜም ሆነ ቀለል ተደርገው ኚሚታዩ መጥፎ ድርጊቶቜ መራቅ ነው።
ኚቢድ ኰነ ቀሊል ካብ ዚብሃል ሓጢኣት ክንርሕቕ ሞቶ ኜንገብር ኣሎና።
ዚሰዎቜ ባሕልና ሃይማኖት ኚቊታ ቊታ ዚሚለያይ በመሆኑ ለመናገር ተገቢ ዹሆነውን ጊዜ ስንመርጥ አስተዋዮቜ መሆን አለብን።
ባህልታትን ሃይማኖታዊ እምነታትን ብዙሕ ስለ ዚፈላለ፡ ንምዝራብ ግቡእ ግዜ ብዛዕባ ምምራጜ ኣስተውዓልቲ ኜንኚውን ኣሎና።
ኹዚህም ሌላ አምላክን ኚልባ቞ው ዹሚፈልጉ ሁሉ ዚአእምሮ ሰላም፣ እርካታና ደስታ ስላላ቞ው ወደር ዹሌለው ሜልማት እያገኙ ነው።
ብዘይካዚ፡ ነቶም ብትግሃት ዚደልይዎ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ኣእምሮኣዊ ሰላምን ዕግበትን ሓጐስን ይህቩም እዩ።
ኚእነዚህ ፍላጎቶቜ መካኚል ተስማሚ መኖሪያ፣ ቀተሰባቜንን ለማስተዳደር ዚሚያስቜለን ሥራ እንዲሁም ዚጀና ቜግሮቜን ለመወጣት ዚሚሚዳን ጥበብ ይገኙበታል።
እንነብሚሉ ቀት ኪህልወናን ስድራ ቀትና ንምእላይ ዜድልዚና ስራሕ ክንሚክብን ምስ ጉዳይ ጥዕና ዚተሓሓዝ ጥበባዊ ውሳነ ኜንገብርን ክንጜሊ ንኜእል ኢና።
ለይሖዋና ለመንግሥቱ ያለንን ታማኝነት ለሌላ ለማንኛውም ነገር ካለን ፍቅር እናስበልጣለን።
ኚመይሲ፡ ንዹሆዋን ንመንግስቱን እሙን ምዃን፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ርክብ ንላዕሊ ዚገድሰና እዩ።
ይሖዋ እነዚህን ሁሉ ጞሎቶቜ ዹሚሰማ ኹመሆኑም ሌላ በዚያው ቅጜበት ለመላእክት መመሪያ ይሰጣል እንዲሁም ኚእነሱ ጋር ይነጋገራል።
ንሱ ድማ ነዚ ዅሉ ጞሎት እዚ ይሰምዖ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብታ ህሞት እቲኣ መምርሒ ኺህብን ምስ ሰማያውያን ፍጡራቱ ሓሳብ ኪላዋወጥን ይኜእል እዩ።
ለምሳሌ ያህል፣ ልዩ መብት እንዳለን፣ አንዳንድ ሚስጥሮቜን እንደምናውቅ ወይም ኃላፊነት ካላ቞ው ወንድሞቜ ጋር ዹተለዹ ቅርርብ እንዳለን ጠቆም እናደርግ ይሆናል።
ንኣብነት፡ ፍሉይ መሰላት ኹም ዘሎና፡ ምስጢራት ኹም እንፈልጥ፡ ወይ ሓላፍነት ምስ ዘለዎም ኣሕዋት ፍሉይ ርክብ ኹም ዘሎና ዚእምት ሓሳባት ንዛሚብ ንኞውን።
እንደ አንድ አካል ተገጣጥመንና እርስ በርስ ተስማምተን ዚምንሠራ ኹሆነ ብቻ ነው።
ኹም ሓደ ሰብነት ንገጣጠምን ንዋደድን፡ ማለት ንተሓባበር እንተ ዄንና ጥራይ ኢና ኣስልጊ ኜንሚክብ እንኜእል።
ይሁን እንጂ ኢዚሱስ፣ ጎጥሮስ ዹተናገሹው ነገር ዚተሳሳተ አመለካኚት እንዳለው ዹሚጠቁም መሆኑን አስተውሏል።
ዚሱስ ግና እቲ ጎጥሮስ እተዛሚቊ ዘሚባ፡ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዜንጞባርቕ ምዃኑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
ወንድሞቻቜንን እንድናደንቅ ዚሚያደርግ ነገር ካስተዋልን ይህን ኚማድሚግ ወደኋላ ዚምንልበት ምን ምክንያት አለ?
ሓደ ሰብ ዜንእድ ነገር ኪገብር እንተ ርኢና ንንኣዶ።
ኢዮብ ሞትን እስኪመኝ ድሚስ በጠና ታሞ ዹነበሹ ቢሆንም አምላክ ፈውሶታል! አምላክ ዚታመመን ሰው ዚመፈወስ ኃይል እንዳለው ጥርጥር ዚለውም።
እዮብ ሞት ክሳዕ ዚምነ ምስ ሓመመ፡ ኣምላኜ ኣሕውይዎ እዩ! እወ፡ ኣምላኜ ጣልቃ ኣትዩ ንሕሙም ንምሕዋይ ዜኜእል ሓይሊ ኾም ዘለዎ ኣዚጠራጥርን እዩ።