title
stringlengths
0
410
content
stringlengths
0
775k
source
stringclasses
21 values
category
stringclasses
28 values
url
stringclasses
267 values
ዕዉት ስርሒት ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ "ሃገርካ ክዝመት ዓይንኻ ነይዕመት"!
ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ ዘይተኣደነ ጭቝናን ምብስባስን ንምግጣም፡ ምዑታት ጀጋኑ ኣሃዱ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ትማሊ ሮቡዕ 11/03/2015 ልክዕ ሰዓት 08.30 ናይ ኣጋምሸት ኣብ ቀሓውታ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ልዕሊ ትካል ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ. መጥቃዕቲ ፈጺሞም። እዚ ዝተኻየድ ስርሒት ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ረቒቝ መጽናዕቲ ድሕሪ ምክያድ ዝተፈጸመ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ናይ ህዝብን ኣባላት ሰራዊት ኤርትራን ምትሕብባር ዝተሓወሶ ምንባሩ ክንገልጽ ንፈቱ። ቀን...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/gazetawi-meglesi/4335-2015-03-13-12-31-31
ታሪኽ ስለምንታይ ኣገዳሲ እዩ ( • ) መንገዲ ጊልያነት
ሓደ ካብ ኣብ ናይ ታሪኽ ዓለም ዝነጸረ ነገር እንተሎ ማሕበራውያንን መሰልቶምን ኣብ ስልጣን ንኽትድይብን ኣብኡ ንኽትጸንሕን ዘድሊ ስጉምቲ ኣይወስዱን እዮም። ኣብ ኤርትራ ንኣብነት ኣብ 1970ታት "መንካዕን" "የሚንን" ዝተባህሉ ምሁራት ተደናገጽቲ ናይ ማሕበርነትን ዴስነት እዮም ኔሮም። ኣብ ደሞክራስን ስነ ምግባርን እምነት ስለዝነበሮም ግን ኣብቲ ኣብ ትሕቲኦም ዝጎሃር ዝነበረ ናይ ስልጣንን ውድድርን መንዚዕካ ናይ ምሓዝ ድሌት ዝሓዘት ባዴላ ኣይተርድእዋን። ንኽምንዝዕዋ ክእለት ኣይነበሮምን ጥራሕ ዘይኮነ ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4334-road-to-serfdom-from-f-hayek
ብጾተይ፡ ትማልን ሎምን ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኽን!
ሎሚ ብምኽንያት  ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ሕዱር ናፍቖተይ ክገልጽ ብርዐይ እኳ እንተልዓኩ ትማልን ሎምን ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኽን ብጾተይ! ዝኽርን ንግደትን፡ በዓልን ኣውደኣመትን፡ ምስ ኩላትክን ብጾት፡ ብጾት ዕላማን ክብረት፡ ብጾት ፍቕርን ሕድርን ዘሕለፍኩዎ እዋን ክዝክር እንከለኹ፡ ነቲ ኣብ ንእስነትና ብምዉቕ ፍቕሪ ዘሕለፍናዮ መሪር እዋን እዝክር። ነፍሲ ወከፍክን ከኣ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ከም ህያው ፊልም ተቐሪጽንክን ትረኣያኒ። ዝኽረይ ናብ ኩሉ ስፍራ ጀግነንት፡ ስፍራ ፍቕርን ብጻይነ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4333-2015-03-13-05-12-20
- 10 2015 (ድምጺ ደሊና ዜና 10 መጋቢት 2015 )
ኣብዚ ቅንያት እዚ፡ "ኣብ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ዘብቅዐ እዩ ዝመስል፡ ምስቶም ሰበስልጣን ኮይኖም ዳንኬራ ዝወቅዑ ዝነበሩ ድማ ኢዶም ክትረኽቦም እያ፡፡ ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ዘጣቅዑ ዝነበሩ ከኣ ዓዶም ብጎቦ ክርእዩዋ እዮም፡፡" እናተባሕለ ከም ሓውሲ ፈኸራ ይዝረብ፡፡ ከምቲ ዘርኢ ዕንባባ ተዘሪኡ፡ ኣቁጸልጺሉ፡ ዕንባባ ኣውጺኡ፡ ንዓይኒ ኣርኪኡ፡ ጽንሕ ኢሉ ዝጽምሉን ዝረግፍን፡ ዘብቅዕን፡ ወዲ ሰብን ብሰብ ዝቖመ መንግስትን ድማ ነበርቲ ኣይኮኑን፡ ዊዒሎም ሓዲሮም የብቅዑ እዮም፡፡ ኣብተን ብመጠኑ ፍትሒ ኣለወን ዝ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4326-eritrea-voice-of-delina-march-10-2015-10-2015
- 09 2015 (ድምጺ ደሊና ዜና 09 መጋቢት 2015 )
ደባይ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ስደግኤ)፡ ንጉጅለ ስለያ ስርዓት ህግደፍ ኣጥቂዖም! ደባይ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ስደግኤ)፡ ደቂቕን ዝርዝራውን መጽናዕቲ ብምክያድ፣ ብ ሰንበት 08 መጋቢት 2015  ሰዓት 04፡30 ወጋሕታ  ኣብ ስለያዊ ንጥፈታት ተዋፊራ ካብ ሕሰም ምልኪ ከምልጡ ዶባት ንዝሰግሩ ንጹሃት ኤርትራውያን ትሃድን  ንዝነበረት ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ስርዓት ህግደፍ ኣብ መዓስከራ ከባቢ ዳሰይ አዕሪፋ እንከላ፡ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ብምክያድ ኣርባዕተ ኣባላ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4325-eritrea-voice-of-delina-march-09-2015-09-2015
- 08 2015. ሓብትኻ ኣበይ ኣላ? (? )
videoድምጺ ደሊና  08 መጋቢት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፣ ዘለኩም ርእይቶ፣ ሓበሬታን ነቕፌታን ብመንገዲ ዝኸፈትናልኩም መስመር ተሌፎን ከተመሓላልፉ መልእኽቲ ማሽን ድምጺ ደሊና ክፉት ምህላዉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … 1714 598 3138 • - 4.0 • ሓብተይ ብተፈጥሮኣ ሓላል 'ያ። እዛ ናተይ ሓብቲ ከምታ ናትኩም ሓብቲ ሙኻና ርግጸኛ እየ። ከመይ 'ሲ ኩላትና ኤርትራውያን ካብ ማህጸን ኤርትራውያን ኣዴታት ኢና ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4323-eritrea-voice-of-delina-march-08-2015-where-is-your-sister
እምበይተይ ኢለን - ስብኣይ ስብኡት-
እዛ ሐጻር ጽሕፍቲ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንምዝካር ብ2009 ኣብ ዓዋተ ዳት ኮም ተሐትማ ዝወጸት እያ። ሕጂውን ነዚ ኣገዳሲ በዓል ምርኩስ ብምግባር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ዘበርከተኦን ዘበርክታኦ ብጉልቲዘለዋን ቅያታት ንምዝካር ኢዩ። ኣዴታት ኤርትራ ሂወት ሀገር ምዃነን ዘይከሓድ እኳ እንተኾነ፡ኣብዚ እዋን እዚ ከም ነፍስወከፍ ኤርትራዊ  ኩነታተን  ኣብ ኣተሓሳሳቢ ምህላዉ ንምስማር ቁሩብ ምምሕያሽ ጌረ ዘሕትሞ ዘለኹ ናይ 5 ዐመት ጽሑፍ ኢዩ። "እመበት እለን ድማ ሰበይቲ ኣይተ ሰሎሞን ሃብሮም በዓልቲ ኒሕ ነ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4321-2015-03-06-21-54-09
ሕይወት
ሔዋን ሕይወት እመ ሕያዋን ተሰሪጸ ካብ ኣካልኪ ተሃኒጸ ኣብ ማሕጸንኪ ነፍሲ ሰዅዐ መንፈስ ለቢሰ ከተንፍስ ጡብኪ ጠብየ ከጕስዕ እግሪ ተኺለ ክብል ታተ  ክወድቕ ክትንስእ ዝርጉሓት ኣእዳውኪ ካብ ምውዳቕ ካብ ዕንቅፍቲ ዋሕስ መድኅነይ ክጐዪ ክዘልል ክዕንደር የዕብየልይ ይዕቖረለይ ዓይኒ ጸላኢ ይድፈነለይ ክዓቢ ብጸጋ ብቝመት ጸሎት ወላዲት ዘየባትኽ ትምኒት። ኣካለይ ጐድነይ ዓጸመይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ነፍሰይ ትንፋሰይ ልበይ ኵሊተይ ውሽጣዊ ኣካላተይ ጐደሎ ንስኺ ኢምንት ሕይወተይ ነፈስይ ኣፍቃሪተይ በዓልቲ እን...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4320-2015-03-06-21-32-12
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መደባቱ ይቕጽል ኣሎ።
ሰገነይቲ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጸሙ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራቱ ይቕጽሉ ምህላዉ ተፈሊጡ። ሎሚ ወገሕታ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሓይልታት ብምልኣኽ ኣብ ከተማ ሰገነይቲ (ኣከለ ጉዛይ) ኣባይቲ ንምፍራስ ተዋፊሩ ምንባሩን፡ ተሪር ናይ ህዝቢ ተቓውሞ ስለ ዘጋጠሙ ግን እከይ ስርሑ ኣብ ግብሪ ከውዕል ከም ዘይከኣለ፡ ካብ ከተማ ሰገነይቲ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። ከተማ ሰገነይቲ ኣብ ዓቢ ወጥርን ቅልውላውን ከም እትረከብን፡ ህዝብና ድማ ንኣዕናዊ ተግባራት ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ንከፍሽል ተዓጢቑ ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/4318-2015-03-06-13-37-38
- 05 2015 (ድምጺ ደሊና ዜና 05 መጋቢት 2015 )
HEREድምጺ ደሊና ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፣ ዘለኩም ርእይቶ፣ ሓበሬታን ነቕፌታን ብመንገዲ ዝኸፈትናልኩም መስመር ተሌፎን ከተመሓላልፉ መልእኽቲ ማሽን ድምጺ ደሊና ክፉት ምህላዉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … 1714 598 3138 • - 4.0 • ስርዓት ህግደፍ ሎሚ ዕለት 05-03-2015- ኣብ ዓዲ ቐይሕ፡ኣብቲ ብልሙድ ደሺሚላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ከባቢ'ሓደስቲ ገዛውቲ ንምፍራስ ዓሊሙ፡ኣባላት ሰራዊትን ፖልስን ኣዋፊሩ፡ ኣብ ዝገበሮ ወፍሪ ከብድ ተቋውሞ ህዝቢ ምስ ኣጋጠሞ፡ቶ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4316-eritrea-voice-of-delina-march-05-2015-05-2015
ተማሃሮ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ን ስርዓት ህግደፍ ይምክቱ!
ተማሃሮ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ሎሚ ሓሙሽተ መጋቢት 2015 ን ሓይልታት ሰራዊት፡ ጸጥታ፡ ፖሊስን ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ በዲሆም። ዓመጸኛ ስርዓት ህግደፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ከካይዶ ዝወረሐ ገዛውቲ ናይ ምፍራስ ኣረሜናዊ ስጉምቲ ፡ ሎሚ ውን ኣብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ኣብቲ ብልምዲ እንዳ ዓሰርተ ሽሕ ( ደሺ ሚላ) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፡ ኣብ ጥቓ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ቀይሕ ዝርከብ ገዛውቲ ናይ ምፍራስ ስጉምቲ ጀሚሩ ነይሩ። እንተኾነ ግን እቶም ነዚ ሕሱም ተግባር ብዓይኖም ምርኣይ ዘይተቐ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/4314-2015-03-05-17-27-54
- 02 2015 (ድምጺ ደሊና ዜና 02 መጋቢት 2015 )
HEREድምጺ ደሊና ዜና 02 መጋቢት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፣ ዘለኩም ርእይቶ፣ ሓበሬታን ነቕፌታን ብመንገዲ ዝኸፈትናልኩም መስመር ተሌፎን ከተመሓላልፉ መልእኽቲ ማሽን ድምጺ ደሊና ክፉት ምህላዉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … 1714 598 3138 • - 4.0 • ካብ ኤርትራ ዝስደዱ ዘለዉ ህዝቢ፣ ካብ ካልኦት ስደተኛታት ፍልይ ዝበለ ሓያል ፈተና ከም ዝገጥሞም ተገሊጹ። ኢኮ ዝተባህለት ፍልጥቲ መርበብ ሓበሬታ ካብታ ልዕሊ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4308-eritrea-voice-of-delina-march-02-2015
- 1 2015 (ድምጺ ደሊና ዜና 01 መጋቢት 2015 )
HEREድምጺ ደሊና ዜና 01 መጋቢት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፣ ዘለኩም ርእይቶ፣ ሓበሬታን ነቕፌታን ብመንገዲ ዝኸፈትናልኩም መስመር ተሌፎን ከተመሓላልፉ መልእኽቲ ማሽን ድምጺ ደሊና ክፉት ምህላዉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … 1714 598 3138 • - 4.0 • ሃገራት ኤውሮጳ ብዝውሕዘን ዘሎ ቁጽሪ ብዝሒ ስደተኛታት ንመጽለሊ ዝኸውን ቦታ ይሽገራ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ኣብ ማእከላይ፣ ሰሜንን ምዕራብን ኤውሮጳ ሎምዘመን ይው...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4306-eritrea-voice-of-delina-march-1-2015-01-2015
ትውልዲ "ኣለና" 5ይ ክፋል፤ ይቕረታ ምሕታት፤ ካብ መሪሕነታት ህ.ግ. ዘይተለምደ ኣምር።
ብድሕሪ እቲ ብ2001 ዝተረኽበ ናይ ላዕለዎት ሰበ ስልጣንን ጋዜጠኛታት ምእሳር፣ ኣብ ወጻኢ ኣባላት ጂ11 ነበርን ኣባላት ጂ13 በርሊን ማኒፈስቶን ተሓባበርቶምን ኣብ ዓለም ጸጸኒሖም ቃለ ምሕትትን ናይ ሕዝቢ ኣኼባታት ከካይዱ ተራእዩምን ይረኣዩ ኣለዉን። ብፍላይ ብዛዕባ ስለምንታይ ይቕረታ ዘይሕተተ ንዝተባህለ ሕቶ መልሲ "መን እዩ ንመን ክሓትት" ዝብል ዘረባ ግን ኣይግድን። ብኣምበሳደር ዓንደብርሃን ዝቐረበ ይቕረታ መሰል ጽሑፍ ኣብቲ መጽሓፉ ካብ ገጽ 630 ክሳብ 633 ናይ ዝተገብረ ዘይሓላፍትነታዊ ንሕፍ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4304-2015-02-27-12-11-35
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 26 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 26 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፣ ዘለኩም ርእይቶ፣ ሓበሬታን ነቕፌታን ብመንገዲ ዝኸፈትናልኩም መስመር ተሌፎን ከተመሓላልፉ መልእኽቲ ማሽን ድምጺ ደሊና ክፉት ምህላዉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … 1714 598 3138 • - 4.0 • ኤርትራ ሕጂ 'ውን ኣብ መስርዕ ቁጠባዊ ሓርነት ዘየረጋገጻ ሃገራት ኣብ መወዳእታ ትስራዕ ዓመታዊ ንዝተፈላለያ 186 ሃገራት ዓለምና ዘካተተ ኣብ ቁጠባን ምዕባለ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4302-vod-26-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 25 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 25 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና ንድምጽኹም ድምጺ ደሊና ሓበሬታ ይኹን ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ መልእኽትኹም ክትገድፉልና ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … 1714 598 3138 ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፣ ዘለኩም ርእይቶ፣ ሓበሬታን ነቕፌታን ብመንገዲ ዝኸፈትናልኩም መስመር ተሌፎን ከተመሓላልፉ ሕጂ 'ውን መስመርና ክፉት ምህላዉ ደጊምና ክንሕብረኩም ንፈ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4301-vod-25-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 24 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 24 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና ንድምጽኹም ድምጺ ደሊና ሓበሬታ ይኹን ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ መልእኽትኹም ክትገድፉልና ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፣ ዘለኩም ርእይቶ፣ ሓበሬታን ነቕፌታን ብመንገዲ ዝኸፈትናልኩም መስመር ተሌፎን ከተመሓላልፉ ሕጂ 'ውን መስመርና ክፉት ምህላዉ ደጊምና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ መዓል...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4299-vod-24-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 23 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 23 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና ንድምጽኹም ድምጺ ደሊና ሓበሬታ ይኹን ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ መልእኽትኹም ክትገድፉልና ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … • - 4.0 • ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን፣ መወዳእታ ዘይብሉ ብሃገራዊ ኣገልግሎት ዝፍለጥ ሃገራዊ ባርነት ሙኻኑ ቢቢሲ ኣቃሊዑ። ፓውል ከንዮን ዝተባህለ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ብኣካል ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4298-vod-23-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 22 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 22 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና ንድምጽኹም ድምጺ ደሊና ሓበሬታ ይኹን ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ መልእኽትኹም ክትገድፉልና ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 … • - 4.0 • ካብ ዝሓለፈ ቁሩብ መዓልታት ጀሚሩ ንህዝባዊ ኣገልግሎት ናይ ዝወሃብ ፍጥነት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራ ናብ ዝኸፈአ ደረጁኡ ወሪዱ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ኣብ ኤርትራ ወላኳ ብመሰረቱ ፍጥነት ኢንተር...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4297-vod-22-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 20 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 20 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና ንድምጽኹም ድምጺ ደሊና ሓበሬታ ይኹን ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ መልእኽትኹም ክትገድፉልና ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138 • - 4.0 • ኣብዘን ዝሓለፋ ሓሙሽተ መዓልታት ጥራሕ 2700 ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ደሴት ላምፓዶዛ ከምዝበጽሑ ተገሊጹ። እቶም ስደተኛታት ካብታ ሕጊ ኣልቦ እናኾነት እትመጽእ ዘላ ሊብያ ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4292-vod-20-02-2015
ቅዋም
ቅዋም ይተሓንጸጽ ስለ ድጊ ስለ ሕጊ ስለ ባይቶ ስለ ሥርዓት ስለ ፍትሒ ስለ ርትዒ ስለ ነጻነት ስለ ልዑላውነት ስለ መሰል ስለ ሓርነት ስለ ሓቂ ስለ ጽድቂ ስለ ሰላም ስለ ህድኣት ስለ እቶት ስለ ልምዓት ስለ ጻዕሪ ስለ ትግሃት ስለ ምህዞ ስለ ብልሓት ስለ ህንደሳ ስለ ክእለት ስለ ጥበብ ሰለ ብስለት ስለ ጕርብትና ስለ ምሕዝነት። ቅዋም ይጽደቕ ስለ ጅግና ስለ ስውዕ ስለ ስንኵል ስለ ጉዱእ ስለ ስሉፍ ስለ ዕጡቕ ስለ እሱር ሰለ ግፉዕ ስለ ድኻ ስለ ዕሩቕ ስለ ትጉህ ስለ ንፉዕ ስለ ርኹብ ስለ ጥፉእ ስለ ዕዉ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4291-2015-02-20-22-17-41
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 19 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 19 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ • - 4.0 • ክልተ ካብ ሱዳን ናብ ሊብያ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሒዘን  ዝተበገሳ መካይን ደሃይ ከምዘጥፈኣን ኣብ ውሽጢ ሊብያ ኣብ ከተማ ኣዥዳብያ ጅሆ ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለው ይሕበር ኣሎ። ድምጺ ደሊና ካብ ሱዳንን ሊብያን ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ዝረኸበቶ ሓበሬታ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዒነን  ካብ ሱዳን ናብ ሊብያ ዝተበገሳ መካይን ክሳብ ሎሚ ደሃይ ብምጥፈአን መቕርቦም ኣብ ከቢድ ሻቕሎ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4290-vod-19-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 18 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 18 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ • - 4.0 • መንግስቲ ካናዳ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ኣብ ሃገሩ ዝነብሩ ስደተኛታት፣ ብሕቡእ ናብ ሃገሮም ምብጻሕ ምስ ዝፍጽሙ፣ መንበሪ ወረቐቶም ክስሕቦ ሙኻኑ ይሕበር ኣሎ። መንግስቲ ኦታዋ ድሕሪ 'ቲ ኣብ 2012 ኣብ ጉዳይ ወጻእተኛታትን ስደተኛታትን ዝቐየሮ ሕጊ፣ ኣብ ልዕሊ 'ቶም ኣብ ሃገሩ ዑቕባ ሓቲቶም ክነብሩ ጸኒሖም፣ ተገልቢጦም ናብቲ ብሂወት ምንባር ኣስጋኢ ኮይኑና ዝብልዎ መበቆል ሃገሮም ምብጻሕ ናይ ዝፈጸሙ ስደተኛ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4288-vod-18-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 17 ለካቲት 2015
ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ ብስቱር ኣብ ስዊዘርላንድ ዘቐመጥዎ ናይ ኣማኢት ሚልዮናት ሃብቲ ህዝቢ፣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ወጻእን  ኣዘራራቢ ኮይኑ። ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለየ ማዕከናት ዜና ከምዝተሓበረ፣ ገለ ላዕለዎት መራሕቲ ህግደፍ ብፍላይ ከኣ ሓጎስ ክሻ ብስርቂ ኣዋህሊልዎ ዘሎ ናይ 695.2 ሚልዮን ዶላር ሕሳብ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዓቢ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ ከምዘሎ ምንጭታት ደሊና ይሕብሩ 'ለዉ። እቲ ካብ ባንክ ሶሊኹ ኣብ ኣደባባይ ወጽዩ ዘሎ ምስጢር ንላዕለዎት ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4284-vod-17-02-2015
ሕጊ
ሕጊ - ታሪኽ ሃገር - ያታ ሕዝቢ ወኸሳና - ዓቢ ነቢ ሕያው መጽሓፍ - ተነባቢ ቃል ትውፊትና ዓቃቢ ኣብ ልቢ 'እምሮ ዘጋቢ። ሕጊ ዋሕስ ድኻ - ልጓም ሃብታም ምርኵስ ድኹም - ቀይዲ ኃያል። ሕጊ ዕቍባ ማእምን - እኖ ዘኽታም እዝኒ ጸማም - ልሳን በሃም። ሕጊ ዘንጊ ሓቂ- ዘራይ ግፉዕ መስመር ጽድቂ - ዕርዲ ጥቑዕ። ሕጊ ጸረ ዓመጽ - ጽርዲ ስርቂ ጸያፍ ጸይቂ - ሚዛን ወርቂ። ሕጊ መድኅን ሕዝቢ - ኣደ ቅዋም ጩራ ብርሃን - መሪሕ ሰላም። ሕጊ ዘለዎ ሃገር ይዀርዕ ሕጊ ዚጐደሎ ሕዝቢ ይነብዕ ሕጊ ዚፈልጥ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4281-2015-02-16-03-52-25
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 11 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 11 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ • - 4.0 • ኣስታት 300 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ማኣከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ሂወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። ኣስታት 203 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ክልተ ጀላቡ ተጸፍጺፎም ካብ ሊብያ ተበጊሶም ብማኣከላይ ባሕሪ  ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ድሕሪ ምፍታኖም ብዘጋጠሞም ሓያል ማዕበልን ንፋስን ሂወቶም ሲኢኖም ከምዘለዉ፣ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም የጋውሓ 'ለዋ። ካብዞም ዝጠሓሉ 203 ስደተኛታት እቲ ዝነኣሰ ወዲ ዓሰርተ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4277-vod-11-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 10 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 10 ለካቲት 2015  ኣዳላውን፡ ኣቕራብን  ዘካርያስ ክብርኣብ ብስም ኤርትራውያን ውልቀሰባት ኣብ ምስጢራዊ ባንክ ስዊዝ ኣስታት 699.6 ሚልዮን ዶላር ተቐሚጡ ከምዘሎ ተቓሊዑ። ኣብ ስዊዘርላንድ ዝመደበሩ ኣብ ዓለምና ካብቶም ዓበይቲ ወሃብቲ ኣገልግሎት ባንክ ዝኾነ ብስም ኤርትራውያን ብምስጢር ዝተቐመጠ መጠኑ ኣዝዩ ልዑል ዝኾነ ገንዘብ ማለት 699.6 ዶላር ከምዘሎ ካብቲ ባንክ ናብ ኢድ ናጻ ጋዜጠኛታት ዝኣተወ ሓበሬታ ይሕበር። እቶም ነዚ ገንዘብ ብሱቱር ዘቐመጡ ውልቀሰባት 28 ሚእ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4273-eritrea-10-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 09 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 09 ለካቲት 2015  ኣዳላዊ :ዓንዶም ግርማይ   ኣቕራቢ:ዘካርያስ ክብርኣብ መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተካይዶ ዝጸንሐት ሓበሬታታት ኣብ ምእካብን ምስናድን ዝዓለመ ዑደታ ብዓወት ከምዝዛዘመት ተገሊጹ። ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ከተጽንዕ  ኣብ ወርሒ ሰነ 2014 ዝቖመትን ዛጊት ኣብ ንጡፍ ስራሕ እትርከብ ዘላን  መርማሪት ኮሚሽን፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተካይዶ ዝጸንሐት ሓበሬታታት ኣብ ምእካብን ምስናድን ዝዓለመ ዑ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4272-eritrea-09-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ፍሉይ መደብ ትማሊ ሎሚ ኾይኑ 07 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ፍሉይ መደብ 07 ለካቲት 2015  ኣዳላዊን ኣቕራቢን :ዘካርያስ ክብርኣብ ትማሊ ሎሚ ኮይኑ፣ ተነጻጺሩ ትማሊ ሒሹ። ቀደም ብጓና ሎሚ ብወዲ ዓድና፣ እቲ ምረቱ ተመሳሳሊ ግን ከኣ ኣብ ገሊኡስ እዚ ናይ ሎሚ ሕልፍ ዝበለ። ስርዓት ደርግ መንእሰያት ከተማ ገዲፎም በረኻ ከይወጹ ይከላኸል፣ ህግደፍ ብኣንጻሩ ኣጓብዝን ጎራዙን በረኻ ገዲፎም ንዓዲ ከይኣትዉ ይጽዕት። ደርግ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኣብ ማርያም ግንቢ ናይ ፖለቲካ እሱራት የሳቒ፣ ህግደፍ ኣብ ወሰን ኣስመራ ካብ ዓዲ ኣበይቶ ሰጊሩ ኣብ ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4268-vod-07-02-2015
ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ። መወዳእታ ክፋል!
ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ። መወዳእታ ክፋል! ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰንከተ ውዑይ ጣይታ-ጣፍ ኣብ ቤት ብልዕታት ናይ ዋሺንግተን ዲሲ ፉዱስ ፋዱስ ኣብ መኣዲ-ምሳሕ ኣብ ዝቕረበላ ዘሎ ጸባብ ዓለም ዕዳጋ'ሲ፡ ኣበ ኣስመራ-ጻዕዳ ማይን መብራህትን ውልዕ-ጥፍእ ኮይኑ ኣመሎም፡ ኣትክልትን ኣሕምልትን ንጸበል መሲሉ ኣሰሮም፡ ጸባን እንቋቑሖን እንዳ ደቂ-ሕድርትና ተሳፊሮም፡ ሽኮርን ቀጠፍን ሰማይ ተሰቒሎም፡ ቡንን ጣፍን ምስ ዶባት ተጠሪሮም ዝብል ዕላል መስተዪ ቡን ካብ ዝኸውን ጸኒሑ ሎ እዩ ዝበሃል። ንሱ ከምዝወሓደ ድ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4267-2015-02-08-08-59-55
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 06 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 06 ለካቲት 2015  ኣዳላዊ :ዓንዶም ግርማይ   ኣቕራቢ:ኢሳያስ ኣስፍሃ መንግስቲ ሪፓብሊክ ጫድ፣ ኣብ ሃገሩ  ዝቐየዶም ዓሰርተታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምጥራዞም ይሰርሕ ከምዘሎ  ተሓቢሩ። መንግስቲ ሪፓብሊክ ጫድ፣ ብሃገሩ ኣቢሎም ናብ ሊብያ እናተጓዕዙ  ዝቐየዶም ዓሰርተታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምጥራዞም ይሰርሕ ከምዘሎ  ማዕከን ዜና ጀስካ ኣመልኪቱ። እቲ ማዕከን ዜና ኣብ ሓበሬታኡ፥ መንግስቲ ጫድ ነቶም ቀዪድዎም ዘሎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4266-vod-06-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 05 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 05 ለካቲት 2015  ኣዳላዊ መሓመድ ኢድሪስ   ኣቕራቢ:መሓመድ ኢድሪስ ክቡራት ሰማዕትና ንሎሚ 5 ለካቲት 2015 ኣብ ክንዲ ስሩዕ ዕለታዊ ዜናና፡ መደበሩ ኣብ ብሪጣንያን ዝኾነ ኣልሒዋር ቴለቭዥን "መለፋት ኤርትርያ" ወይ ድማ ናይ ኤርትራ ፋይላት ኣብ ዝብል መደቡ "መን ኢዩ ተሓታቲ ድሕነት ስደተኛ ኤርትራውያን ኣብ ምብራቕ ሱዳን" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ጥሪ 5 2015 ዘቕረቦ ክፍለ-መደብ ብምሙካዝ ዘዳልናዮ ጸብጻብ ክነቕርበልኩም እና ኣልሒዋር ኣብ መባእታ እዚ መደቡ ዘቕረቦም ዜ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4265-vod-05-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 04 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 04 ለካቲት 2015  ኣዳላዊ ቪድዮ ዘካርያስ ክብርኣብ   ኣቕራቢ ዘካርያስ ክብርኣብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከተማ ካሌ ፈረንሳ ብውርጪን ቀዝሕን እናተሳቐዩ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምእታው ሂወቶም ይኸፍሉ ከምዘለዉ ይሕበር ኣሎ። ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ዝሕተማ ጋዜጣታት ዓቢ ተፈላጥነት ዘለዋ ዘ ጋርድያን ዝተባህለት ጋዜጣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ካሌ ፈረንሳ ሰፊሕ ጽሑፍ ኣቕሪባ። እታ ጋዜጣ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ንጸብጻባት ብምምልካት ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2014 ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4263-vod-04-02-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 03 ለካቲት 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 03 ለካቲት 2015  ኣዳላዊ ቪድዮ ዓንዶም ግርማይ   ኣቕራቢ ዘካርያስ ክብርኣብ ውፉይ ኣቦና ኣባ ሙሴ ንሽልማት ኖበል ሰላም 2015 ተሓጽዮም ምህላዎም ተሓቢሩ። ኣብ ምውሓስ ሂወት እቶም ኣብ ጉዕዞ ስደተ ግዳይ ነጋዶ ደቂሰብን ጨወይትን ዝኾኑ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት መሪሕ ተራ ዝጻወቱ ዘለው ውፉይ ኣቦና ኣባ ሙሴ ንሽልማት ኖበል ሰላም 2015 ተሓጽዮም ምህላዎም መርበብ ሓበሬታ ካፕኤሪ ኒውስ ንዜናዊ ፈነወ ሮይተርስ ሞርኩስ ብምግባር ኣመልኪቱ። ኣባ ሙሴ ንጸገማት ኤርትራውያን...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4262-vod-03-02-2015
ድምጺ ደሊና ዜና 30 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 30 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ ቪድዮ ሱራፍኤል ወልዳይ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ  ኣቕራቢ ዘካርያስ ክብርኣብ ክቡራት ሰማዕትና ንሎሚ 30 ጥሪ 2015 ኣብ ክንዲ ስሩዕ ዕለታዊ ዜናና ነቲ ኣብዚ እዋን 'ዚ ኣብ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ መጠነ ሰፊሕ ብሃገር ደረጃ ዝካየድ ዘሎ ግፋን ብሰንኩ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ኣብ ዝርከብ ቤት ማኣሰርቲ ህግደፍ ተፈጢሩ ዘሎ ዕልቕልቅን ብዘስካሕክሕ ቁጽሪ እናወሰኸ ዝመጽእ ዘሎ ስደት ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ቆልዑ ናብ ጎረባብቲ ሃገራትን መላእ ዓለምን ኣመልኪ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4258-vod-30-01-2015
ድምጺ ደሊና ዜና 29 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 29 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ ዘካርያስ ክብርኣብ  ኣቕራቢ ዘካርያስ ክብርኣብ ፖሊስን ዓቃቢ ሕግን ጀርመን ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብይሕጋዊ ኣገባብ ናብ ሃገራት ስካንዲናቭያን ኣብ ምስግጋር ዝጠርጠሮም ሓሙሽተ ሰባት ቀይዱ። ፖሊስ ጀርመን ኣብ ከተማ ከለን ኣብ ምስግጋር ንግዲ ደቂ ሰብ ተዋፊሮም ዝበሎም ዛጊት መንነቶም ዘይተፈለጠ ሓሙሽተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣብታ ሃገር እትሕተም ገነራል ኣንዛይገ ዝተባህለት ጋዜጣ ሓቢራ። እቶም ጥርጡራት ንብዙሓት ንኤርትራውያን ስደተ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4257-vod-29-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 28 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 28 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ ዓንዶም ግርማይ  ኣቕራቢ ዘካርያስ ክብርኣብ ብዘይ ፍርዳዊ መስርሕ ተቐዪዶም ናይ ዘለዉ ልዕሊ 17 ካልኦት ጋዜጠኛታት ጉዳይ ኣሰካፊ ጉዳይ ኮይኑ ምህላዉ  ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ። መንግስቲ ኤርትራ ን6 ዓመታት ኣሲርዎም ዝነበረ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዋሕስ ምልቃቚ ከም እወታዊ ተበግሶ ዝውሰድ እኳ እንተኾነ፥ ዛጊት ብዘይ ፍርዳዊ መስርሕ ተቐዪዶም ናይ ዘለዉ ልዕሊ 17 ካልኦት ጋዜጠኛታት ጉዳይ ግና ኣሰካፊ ጉዳይ ኮይኑ ምህላዉ  ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4256-vod-28-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 27 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 27 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ ዓንዶም ግርማይ  ኣቕራቢ ዘካርያስ ክብርኣብ ዕለታዊ ዜናዊ ፈነወና ቴክኒካዊ ዘይስሩዕነት ብዝጠንቊ ንኣስታት ሓደ ሰሙን  ተቛሪጹ ምጽንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ ፡ ንምቊራጹ ዘመልክቱ ቅድመን ድሕረን ሓበሬታታት  ክውን ክንገብር ብዘይምኽኣልና ብትሕትና ይቕሬታ ንሓትት። ፍልይቲ ልእኽቲ ጉጅለ "ኤርትራዊ እስላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ምዕባለን"  ኣብ ሃገረ ቱርኪ ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካዪዳ። ፍልይቲ ልእኽቲ ጉጅለ ኤርትራዊ እስላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ምዕባለን   ኣብ ሃገረ ቱ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4255-vod-27-01-2015
ምልዖ!
ምልዖ! ምልዖየ ምልዖ፡ ኣዳነ ምጥሖ ፡ ሰፈርኪ ገደል፡ ቁልቁል-ሸታትሖ ብዘይካ ለመምታን በረርትን፡ መን ዘይፈርሖ። እንተ ንስኺ፡ ንግሆ-ንግሆ ምስ ጸሓይ-በርቂ፡ ኣብ'ንዳኺ ትደምቂ ትዕለሚ፡ ከም መርዓት-ውሻጠ ትስለሚ ወርቂ ትጨጭሒ እንቋቁሖ፡ ዘንጸባርቕ ከም ዑንቊ። ኣነ ግን ብማዕዶ፡ ካብ እቲ ዓቢ-ጎቦ ድምጺ መቓልሕኪ ብንፋስ እንክሰምዖ ምእማኑ'ስእኖ እሞ፡ ብቐትሩ ግ…ር ይብለኒ፡ ይጠፍኣኒ ናብ ዘብሎ። ምናልባት፡ ኣብ ዝቓደረ ዱኻን ዋላኻን ምስፋሕ ዝኸልኣኒ፡ ውሽጠ-ውሽጢ ዝሳጽየኒ ጎንፊ ከይህሉ ለይትን ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4252-2015-01-24-02-42-38-1
ሠናይ
እምነ እወ ሠናይ ከም መዓር ሰንከላይ ብዘይ ሕንዚ ሽሻይ ካብ በዓል ሳንዳይ ኣብሻይ እናቈረስኩ ሕምባሽይ ኣወል ቡን ምስ ዳግማይ ሳልሳይ። ስኒትን ሰላምን ድልዱል ምሕዝነተን ቅሳነት ክትሕወሰን ምስ ህድኣት ሐቢረን ክውዕላ ናይ ቀድም እናዕለላ ክስሕቃ ክሓምያ እናተቐባበላ "ዓዚዛስ ንዓወት ያኢ ኣፍቂራ ወይ ጕዳም ንሰፍላላ ይኾነላ" ወያ ሓሊማ ወርቂ ተሰሊማ ክሊ "ዛይድ እንዶየላን ካብኣ ዝጠዓማ ኣብ ሥልጣን ተጠምጢማ" ንመሓዙተን ከልዕላ ክዝንጥላ ካብ ሻሂ ናብ ቡን እናተቐባበላ እናበላ ወጊሓ ክሳዕ ትዓርብ ፀ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4251-2015-01-24-02-35-25
ሓላዪ መንግሥቲ
"ኑሮ ካሉት መቃብር ይሞቃል" (ምስላ ኣምሓርኛ) "ኑሮ ካሉት መቃብር ይሞቃል" (ምስላ ኣምሓርኛ)
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4250-2015-01-24-02-31-53
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 20 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 20 ጥሪ 2015 ኣዳላዊን  ኣቕራቢን ዘካርያስ ክብርኣብ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣቡነ ፍራንቸስኮስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ርእሳ ኪኢላ ክትመሓደር ወሲኖም። ሎሚ ካብ ሬድዮ ቫቲካን ዝተፈነወ ዜና ከም ዝሕብሮ፣ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣቡነ ፍራንቸስኮስ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ካብ ናይ ኣዲስ ኣበባ መንበረ ሊቀ ጳጳስ ተፈልያ፣ ሜትሮፖላዊት እመ ኣህጉር ክትከውን፣ መንበረ ሊቀ ጳጳስ ከኣ ኣስመራ ክኸውን ወሲኖም ኣለዉ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ ወሲኾም፣ ጳጳስ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4248-vod-01-20-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 19 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 19 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ  ዓንዶም ግርማይ ኣቕራቢ ዘካርያስ ክብርኣብ ብ 17 ጥሪ 2015 ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ኣስመራ ጽዕጹቕ ወተሃደራዊ ግፋ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናይ 17 ጥሪ 2015 ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ኣስመራ ጽዕጹዕ ወተሃደራዊ ግፋ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ብመሰረት ካብ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ዝመጸና ሓበሬታ፥ እቲ ብሰራዊት ጉጅለኣዊ ስርዓት ህ/ግ/ደ/ፍ ዝተኻየደ ግፋ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ዝተኻየዱ ካልኦት ግፋታት እቲ ዝሰፍሐን ዝሓየለን ምንባሩ ክፍለጥ ተ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4246-vod-19-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 16 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 16 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ  ዘካርያስ ክብርኣብ ብሄሊኮፕተር ዝተሰነየ ሓደ ክፍለ-ሰራዊት ጉጅለ ህግደፍ ብ 15 ጥሪ 2015 ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ  ብምእታዉ ልዕሊ 80 መንበሪ ገዛውቲ ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ትማሊ ሓሙስ 15 ጥሪ 2015 ብሄሊኮፕተር ዝተሰነየ ሓደ ክፍለ-ሰራዊት ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ  ብምእታዉ ልዕሊ 80 መንበሪ ገዛውቲ ከምዘዕነወ ካብ ውሽጢ ሃገር  ዝተፈነወ ዜና ሓቢሩ። በቲ ተርእዮ ብሓያሎ ዝቚጸሩ ነባሮ ብዘይ መጽለሊ ተሪፎም ኣደዳ ኣስሓይታን ጥሜትን...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4241-vod-16-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 15 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 15 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ  ዘካርያስ ክብርኣብ ሓደ ላዕለዋይ ፖለቲከኛ ጀርመን ኣብ ቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ ካልድ፣ ፖሊስ ከተማ ድረስደን ሸለልትነት ብምርኣዮምን ግጉይ ሓበሬታ ብምሃቦምን ክሲ መስሪትሎም። ናይ 'ቲ ቅድሚ ሳልስቲ ኣብ ጀርመን ከተማ ድረስደን ዝተቐትለ ኤርትራዊ ስደተኛ ጉዳይ ኣብ ጀርመን ዓቢ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ ብምህላዉ፣ ሓያሎ መራኸቢ ብዙሃን ሰፊሕ ሸፈነ ይህብኦ 'ለዋ። ሎሚ ኣብ ከተማ ድረስደን እትሕተም ሞፖ 24 እትበሃል ጋዜጣ ከምዝሓበረቶ ፎልከር ቤክ ዝተባ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4240-vod-15-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ስብራ ዜና 15 ጥሪ 2015 - ዓርቢ ሓርነት
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ቤተሰብ እቶም ንጉዱድ ዕስክርና ምውራድ ዝኣበዩ፣ ጨካን ስጉምቲ ክወስድ ጀሚሩ ከምዝፍልጥ ስርዓት ህግደፍ ብተደጋጋሚ ንታዕሊም መጸዋዕታ ክገብረሎም ዝጸንሐ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት እምቢታ ስለ ዘርኣዩን፣ ኣብቲ ናይ ምብጋስ ዕለት 'ውን ክርከቡ ስለ ዘይከኣሉን ትማሊ ለይቲ ኣብ ሓያሎ ክፋል ከተማ ኣስመራ ሓያለ ኣባይቲ ክፍትሽ ከምዝሓደረ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ይሕብሩ 'ለዉ። ስርዓት ህግደፍ እቶም ንታዕሊም ክወርዱ ዝነበሮም ኣብ ቤቶም ዘይጸንሑ ከም መቕጻዕቲ ና...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4238-vod-15-01-2015-bn-2
ድምጺ ደሊና ፡ ስብራ ዜና 15 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ስብራ ዜና 15 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ  ዘካርያስ ክብርኣብ ቤት ጽሕፈት ማሕበረ ኮም ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሓደጋ ባርዕ ኣጋጢምዎ እቲ ኣብ ከተማ ርያድ ኣብ ማዕዘር ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክፋል 'ታ ከተማ ኣብ ጎድኒ ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ዝተዶኮነ ማሕበረ ኮም  ናብ ሎሚ ኣብ ዘውገሐ ለይቲ ብሓዊ ከምዝተቓጸለ ካብ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ዝረኸብናዮ ዜና ኣረጋጊጹ 'ሎ። ኣብቲ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ጠንቂ 'ቲ ባርዕ ኤሌክትሪክ ከምዝኾነ 'ኳ ክገልጽ እንተፈተነ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4236-vod-15-01-2015-bn
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 14 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 14 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ  ዘካርያስ ክብርኣብ ካልድ እድሪስ ዝተባህለ ወዲ ዕስራ ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ ትማሊ ኣብ ጀርመን ከተማ ድረስደን ሞይቱ ከምዝተረኽበ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ዓለም ይሕብራ ኣለዋ። ፖሊስ ጀርመን ኣብ ፈለማ ጠንቂ ሞት እዚ ስደተኛ ብዙሕ ክኸውን ስለዝገመተ፣ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ሓበሬታት ከይሃበ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ሎሚ ጠንቂ ሞት ወዲ ዕስራ ዓመት ካልድ እድሪስ ቅትለት ሙኻኑ ኣረጋጊጹ 'ሎ። ዓቃቢ ሕጊ ከተማ ድረስደን ከምዝገለጾ 'ውን ካልድ ኣብ ክ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4235-vod-14-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 13 ጥሪ 2015
HEREድምጺ ደሊና ዜና 13 ጥሪ 2015 ኣዳላዊ  ተኸስተ ኣብራሃም ኣንባቢ፡ ዘካርያስ ክብርኣብ ኣብ ጀርመን ከተማ ድረስደን ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ሞይቱ ተረኺቡ። ንግዚኡ ስሙ ዓቂብናዮ ዘሎና ወዲ ዕስራ ዓመት ዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ትማሊ ዕለት 12 ጥሪ ካብቲ ዝነብረሉ መዓስከር ስደተኛታት ምስ ወጸ ከይተመልሰ ድሕሪ ምትራፉ፣ ሎሚ ንግሆ ኣብ ጎደና ሂወቱ ሓሊፉ ተደርብዩ ከምዝተረኸበ ይሕበር ኣሎ። ድምጺ ደሊና ካብ ቀረባ ዓርኪ መዋቲ ዝረኸበቶ ሓበሬታ፣ እቲ ጠንቂ ሞቱ ክሳብ ሕጂ ዘይተረጋገጸ ኤርትራዊ ስ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4229-vod-13-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 12 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢ፡ ዘካርያስ ክብርኣብ 12 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4227-vod-12-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 11 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢ፡ ዘካርያስ ክብርኣብ 11 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4224-vod-11-01-2015
ስብራ ዜና ኣብ ከተማ ኣስመራ ድምጺ ጠያይት ክስማዕ ዊዒሉ 'ሎ ሳልሳይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ 'ውን ብዕጡቓት ተደፊሩ
ብተለምዶ ሓድሽ ዓዲ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ክፋል ከተማ ኣስመራ ድምጺ ጠያይት ክስማዕ ዊዒሉ 'ሎ። ሳልሳይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ 'ውን ብዕጡቓት ተደፊሩ። ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ዓርቢ ዝርከብ 3ይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ሎሚ ብዝተኻየደ ስርሒት፣ ኣብቲ መደበር ዝነበሩ እሱራት ናጻ ተለቒቖም። ብተወሳኺ ኣብቲ ብተለምዶ ሓድሽ ዓዲ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክፋል ከተማ ኣስመራ ቶኽሲ ክስማዕ ከምዝወዓለ ዓርቢ ሓርነት ዝተባህለ ምንቅስቓስ ካብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላቱ መልእኽቲ ከምዝበጽሖ ይሕብር ኣሎ። ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ካብ ኣ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4223-2015-01-11-21-15-34
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 9 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳለውቲ ኤደን ተስፋይን ዓንዶም ግርማይን ኣንባቢ፡ ዘካርያስ ክብርኣብ 8 ጥሪ 2015 ብዘካርያስ ክብርኣብ ካብ ሓደ ዕስለ፣ ካብ ዉሑድ ብዙሕ፣ ካብ ኣነ፣ ንሕና ይዓቢ። ኣነ ኣነ ምባል ትዕቢት 'ዩ። ትዕቢት ከኣ መወዳእትኡ ውድቀት 'ዩ። ሓደ ክንዲ ኹሉ ክኸውን ኣይክእልን 'ዩ። ኩሉ ግን ካብ ሓደ ንላዕሊ ይኸውን። ንኽውህለለልካ ንላዕሊ ክትድምር ኣለካ። ንታሕቲ እንተቐኒስካ ግና ድሕሪ ኹሎም ነቲ ናይ መወዳእታ ሓደ ትረኽቦ። ኣቦታት ክምስሉ „ሓደ ከምዘየለ፣ ክልተ ክንዲ ሓደ"ይብሉ። ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4221-vod-09-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 8 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊት፡ ኤደን ተስፋይ ኣንባቢት፡ ፈሩዝ ቐይሲ 8 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4218-eritrea-8-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 6 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 6 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4210-vod-01-06-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 5 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 5 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4208-vod-01-05-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 4 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 5 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4204-eritrea-4-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 2 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 2 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4201-vod-01-02-2015
ሓዲሽ ዓመት
ሓዲሽ ዓመት ምስ ባህለይ ንኽላለ ዓውደ-ዓመት ዘዕበየኒ ሓንሰ መስቀለ ዓዲ ኪምህለል ሽግ እናንቀልቀለ ሆየ ሆየ እናበለ መንእሰይ ኪጻወት ሓዊ እናዘለለ እወ ሓዲሽ ዓመተይ ሽዑ እዩ ዝነበረ። ኣዋልድ ዓደይ ዝመስላ በራውር ክደርፋ ክውዕላ ኣብ ግራት ኣብ ሰፈር፣ እናተቐባበላ ክብላ "ንሓንሰይንመስቀለይድርብ ከበሮ ሓዛለይ!" ጎራዙት ዓደይ ኣኽሊለን ሕዮባ ዚመስል ሓሊብ ጸባ ዘብለጭልጭ ከም ፀሓይ ይዝከረኒ ሎ ንቡር ዓውደ-ዓመተይ ምስ ታሪኽ ያታይ ሥሙር። ጓኖት ብባህልና ክቐንኡ ክጽሕፉ ክድነቑ ደቂ ሃገር ግና -...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4199-2015-01-02-20-49-36
ቅዲ ቓላት
ቅዲ  ቓላት እዞም ቃላት፡ እነሆ ይፍለጹ ቃልቃል ይብሉ፡ በእላፋት ይልሓሱ ሰማዒ ስኢኖም፡ ከም ልሕጺ ይቕለጡ ጨርቂ መዓስ ኮይኑ፡ ቃል ዝልቀብ ዓለባ መዓስ ኮይኑ፡ ቀላይ ዝቕደድ ዋዛ መዓስ ኮይኑ ዘረባ፡ ንብላሽ ዝርብረብ በዓል ፋና እሞ ግደፈን መዓስከ ዓሪፈን ገዲሽወን ድዩኸ፡ ነብረሀት ክደልያ ጸሓይ ዓሪባተን ወረ፡መረ ኾይኑዎ፡ ኣሰር እግሪ ክብል  ዘብዘብ ጉዕዞ ግዲ መሪጹ፡ ፈቐዶ ጽላል ገረብ ብቐላይ ብኣየር፡ ኣዳልያ መዕለብ እዘን ቃላት ሓዙወን፡ ንኣሰር ከይጠፍኣ ክንብል ኢለን፡ ክዕው ከይብላ ኣውያት ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4198-2015-01-02-20-40-20
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 1 ጥሪ 2015
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 1 ጥሪ 2015
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4196-vod-01-01-2015
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 31 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 31 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4194-eritrea-31-2014
መስትያት ቤትና ቃለ መሕትት መላኺ ኢሳያስን ሓደስቲ መብጽዓታቱን ኣብ 2015
HEREድምጺ ደሊና ሕሉፍ መብጸዓታት ይጥለም፣ ብሓደስቲ ዘይጭበጡ መብጸዓታት ከኣ ይትካእ። መልሓስ ኢሳያስ ኣይትደርቕን፣ ተስፋ ኤርትራውያን ግን ይጽልምት። ኢሳያስ ዓመት መጸ ብሓደስቲ መደናገርቲ ተረካብ ዘረባታት ዓጀው ክብል እንከሎ ንዘይፈልጦ ፈላስፋ እዩ ዝመስሎ። ናይ ሕርሻ፣ ማይ፣ ጸዓት፣ ቁጠባ፣ ፖለቲካ፣ ጥዕናን ካልእን ኪኢላ ኮይኑ ዝቐርብ ኢሳያስ፣ ኩሉ ኣነ ይፈልጥ፣ ካባይ ንላዕሊ ተንታኒ የለን፣ ኣነ ፍልይ ዝበልኩ ንኹሉ ዓውዲ ስነ ፍልጠት ዘጽናዕኩ በሊሕ ፍጥረት 'የ ይብለና። ንኣብነት ኣብዛ ናይ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4193-2014-12-31-18-40-58
ትውልዲ ኣለና፡ 4ይ ክፋል፡ "ዘመን ክላንደይን" (ዘመን "ክላ" ን "ደይ"ን)
ዘመን "ክላ" ሓደ ብስነ ስርዓት ዘዓበየ ሰብ ኣንስታይ ይኹን ተባዕታይ ነዚኣ ኣምር እዚኣ ኣይፈልጣን እዩ። ኣይጥቀመላን ከኣ። ምኽንያቱ ካብቲ ንሱ/ንሳ ዝዓበየሉ ሃዋህው ኣዝያ ርሒቓ ስለትርከብ። ከምዚ ኾይኑ ግን ኣብ ዝሓለፈ ሰላሳ ዓመታት እዚኣ ኣምር እዚኣ ኣብቲ ትሑት ኣካላት ጸኒሓ ከድልያ እንከሎ ኣብቲ ናይ ንቡር ባይታ ከም ሓደ ቅቡል ቢሂል ኮይና ክትቀርብ ትፍትን ኣላ። ትዕወት ዘላ ትመስል ከኣ። እንታይ እያ እዚኣ? ኣብነታት ንርአ። በዓል እገለ ናይ መጻሕፍቲ ምንባብ መደብ ኣውጺኦም ኣብ ሰሙን ሓደ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4191-2014-12-31-14-54-09
ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ። (2ይ ክፋል)
ጸሓይ ብራቕ፡ ኣጋ ሰዓት ሸሞንተ'ቢሉ፡ እሞ ድማ ኣጋይሽ ኣብ ዕረፍቶም እንከለዉ፡ ቡን እናተቖ'ለ መጎጎ ከይረሰነ፡ ዓራት ኣይሕተትን እዩ ጋሼ! ድሕሪ ሰዓት-11 ገጽኩም ደኣ ተመለሱ ዝብል እዩ ኔሩ መልሱ። ሓቆም ኢዮም ንሳቶም፡ ኣነ ኢየ'ስጊለ መዓልተይን ለይተይን በ እታ ዓባይ ነፋሪት ስለዝተመሳሰለ። ዝኾነ ኾይኑ ከምዝወዓል ቀዳማይ መዓልቲ ተዋዒሉ ተሓድረ እሞ፡ መቐነይተይ ትኾነኒ ቦታ ኣመኣዛዘኹ። ቀስብቐስ ከኣኒ፡ ዳርጋ ኣብ ሳልስቱ ናይ ኢደይን ናየ'እምሮይን ሰዓት ምስ እዋን ተመዓራረየ። ካብኡ ሎምስ ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4190-2014-12-31-13-29-06
ለውጢ ከይኰንካ ለውጢ ምድላይ ከይዘራእካ ምህርቲ ክትሓፍስ ምጽባይ`ዩ!
ብ ዑቕባይ ገብረመድህን 31 ታሕሳስ ፡ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4189-2014-12-31-04-14-31
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 30 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 30 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4188-eritrea-30-2014
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 29 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 29 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4185-eritrea-29-2014
ትውልዲ "ኣለና" 3 ክፋል፡ "ቃልሲ ንትንሳኤ ሃገር።"ብፕሮፈሰር ተስፋጽዮን መድሃኔ
ካብ ጽሑፍ ናብ ቃል ዝተሰጋገረት መልእኽቲ ፕሮፈሰር ተስፋጽዮን መድሃኔ እነሀት። ነግራማት ናይ ፓልቶክ እንተድኣ ነቲ ጽሑፍን ቃልን ኣንቢቦምን ተረዲኦምን ተኻቲዖም እንተዝኾኑ፡  ኣገዳሲ ተቐባልነት ምረኸቡ ኔሮም። ግንከ ዘጥረይዎ ነገር እንተድኣ ሃልዩ ነቲ ጽሑፍ ናይ ምንባብ ድሌት ክብዝሕን "እንታይ እዩ ኢሉ?" ዝብል ናይ ምፍላጥ ድሌት ክኽስተትን ኣብ ናይ ኢንተርነት ሃሰው መሰውን ኣበይ ኣላ እታ ጽሑፍ ዘብል ድሌት እዩ ገኒኑ ቐንዩ። ብዛዕባ ናይ ፍልይ ዝበለ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ርእይቶ ምንባብ ኣገ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4184-2014-12-29-21-30-03
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 28 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 28 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4180-eritrea-28-2014
ድምጺ ደሊና ፡ ስብራ ዜና 27 ታሕሳስ፣ 2014 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ መዓስከር ሸገራብ ይጭወዩን ይግፍዑን
ድምጺ ደሊና ስብራ ዜና ኣዳላውን ኣቕራብን ዘካርያስ ክብርኣብ ምንጪ ካብ ኤርትራውያን ስደተኛታት መዓስከር ሸገራብ ሱዳን 27 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4176-eritrea-27-2014
ድምጺ ደሊና፡ መደብ መንእሰያት ምስ አስመረት መድሃኔ 12-27-2014
ድምጺ ደሊና [] ኣተወ-ብርሃን ሰጊድ [] ኣተወ-ብርሃን ሰጊድ
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4175-medeb-menseyat-12-27-2014
ንዛተ ብሳሙኤል ገበረሂወት (ዓካ-ዓካ)፡ ዕላል ምስ ፍስሃ ናይርን ዑቕባይ ገብረመድህንን
ድምጺ ደሊና "•" … … … … • … • / • "•"' 1… - • 2… … 3… 4… …   • 2010… –   … - …? - …( ……… • ) …   2010?? … • 2002 • 2008 … -1 2010. 330 1.     2. 3.     4. ? • ? • ???? … 1.     2. 3.     4. –   – - 2010 … • 1 … ኣገዳስነት  ምኣዲ  ዘተ ኣብ ምህናጽ ደሞክራሲያዊ ሕብረተሰብ ኤርትራ! "ዘተ ብሓባር ናይ ምሕሳብ ጥበብ ኢዩ፡፡" (ዊልያም ኣይዛክስ) ብ ዑቕባይ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4174-2014-12-27-07-35-23
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 26 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 26 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4173-vod-12-26-2014
እዋን ተዓዲላ፡ ጋንታ ኢቦላ ተሳዒራ።
እዋን ተዓዲላ፡ ጋንታ ኢቦላ ተሳዒራ። ኢቦላ-ኢቦላ! ሕማም ላዕልን ታሕትን ፈቐዶ ከተማን ገጠራትን፡ ከበሳን ቆላታትን ካብ ሕጻናትን ዓበይትን፡ ቆልዑትን ኣንስትን ማይን እኽልን ከይኣኽላ፡ ደምን ረሃጽን፡ ንብዓትን ሓሞትን ዝቑቕ-ዝቑቕ ኣቢላ ሓኻይምን ሕሙማትን ኣረሓሒቓ፡ ሓጹርን፡ ዶባትን፡ ሰንጢቓ፡ ክትፈላሊ ከምዘይቀነ'ት ስጋን ነብስን ሎምስ፡ ብቐትሩ ጽልግልግ ኢሉዋ፡ ትብላ ኢላ ዕግንግን። ኣብ ምቕልቃላ፡ ንፋስ ተወጢሓ ከም ኣሞራ ካብ ሰራለዮን ክሳብ ናይጀርያ፡ ካብ ጊኒ ክሳብ ላይበርያ፡ ንመራፍእ ረጋጊጻ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4172-2014-12-26-09-38-14
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 24 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ዓንዶም ግርማይ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 24 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4168-vod-12-24-2014
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 23 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 23 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4164-vod-12-23-2014
ሓለንጊ ሰውራ ድሕሪ ናጽነት መገደሰትዶ?
እስከ ናብታ ማዕልቲ ናጽነት ኢልና እንሰምያ 24 ግንቦት 1991 ንመለስ፡ ናጽነት ስለዝተረኽበ ኩሉ ኤርትራዊ ዘበለ  ብዝተፈላለየ መልክዕ ሓጎሱ ክግልጽ። ገለ ኣብ ልዕሊ ታንክታት ፡ ገለ ኣብ ልዕሊ መኻይን ፡ ገለ ድማ ፍቖዶ ጽርግያታት ፋሕ ብምባል ባንዴራ ሒዙ ዘንበልብል ቆጽሊ ሒዙ ዘጫፍር ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ከተማታት ኤርትራ ቁጽሪ ኣይነበሮን። ሰብ ካብ መግዛእቲ ሓራ ኮይኑ ድማ ብሓጎስ ክስርነቕ ዘገርም ኣይኮነን። ንስለ ናጽነት ደም ዝኸፈለ ጎበዝ፡ኣዕጽምታ ዝሓማሸሸት ጎርዞ፡ እታ ክብርቲ ሂወ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4163-2014-12-23-10-43-22
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 22 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 22 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4162-vod-12-22-2014
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 21 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 21 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4160-vod-12-21-2014
ድምጺ ደሊና፡ መደብ መንእሰያት ምስ አስመረት መድሃኔ 12-20-2014
ድምጺ ደሊና ፡ መደብ መንእሰያት፡ ኤርትራ፥ ሃገራዊ ኣተሐሳስባ ዝሰነቐ መንእሰይ የድልያ ሎ፡፡ ኣብዚ 21 ክፍለ ዘመን ሕብረተሰባት ዓለምና ብዘመናዊ ምዕባለ ኣብ ምውድዳር ዝጻፈዓሉ ዘለዋ ዘመን ብጽሒት ኤርትራዊ ኣብዛ ዓለም ትርጉም ምንባሩ ኣብ ዘተሓሳስብ መድረኻዊ ኩነት  ይርከብ ኣሎ፡ እዚ ስለዝኾነ ክኣ ኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ እየ ዝብል ሓላፍነት ዝስኽሞን ንውጾኡን ወጽዓ ህዝቦን ጠጠዉ ንምባል ብዘይኻ እቶም ንጎልባብ ግጉይ ኣተሓሳስባን ቃንዛ ህዝቦምን ኣሓቶምን ከምዘይኣንታዮም ዝሓስቦ  ዘይኤርትራዊነት ባህ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4158-12-20-2014
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 19 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊትን፡ ኣቕራቢትን፡ ኣስመረት መድሃኔ ስእሊታት፡ ፍናን ያቖብ 19 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4156-eritrea-19-2014-1
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 18 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንበብቲ፡ ራሄል ሰሎሙንን ኣስመረት መድሃኔን 18 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4151-vod-12-18-2014
ቃለ መጠይቕ ምስ አብ ዲንማርኽ ዝርከቡ ስደተኛታት መንእስያት
ኣብ ዲንማርኽ ዝርከቡ ስደተኛታት መንእስያት ነቲ መንግስቲ ዲንማርኽ ኣብ ልዕሊ ዑቕባ ሓተቲ ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣውጽኢዎ ዘሎ ሕግታት ወይ ዓንቐጻት፥ ሓተቲ ዑቕባ ስደተኛታት ካብ ሃገሮም ክውጾን፥ ሃገሮም ጠንጢኖም ክመጹን፥ ኣብ ዓዶም ዝኾነ ይኹን ሽግር ከምዘየልቦን፥ ሓቕነት ዘይለበሰን ንምልካዊ ስርዓትን ኢሳይያስ ሒዝዎ ንዘሎ ኣመራርሓን ጭኹናን ልኽዕነት ዝለበሰን ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ይኹን ሽግር ንመንእስያትን ህዝብን ከምዘየልቦን በዚ ከኣ ሓተቲ ዑቕባ ዝኾነ ይኹን ደገፍን ዑቕባን ክዋሃቦም ከምዘይብሉን...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4150-2014-12-18-07-38-55
ተርእዮ
ቅያ ሃገር ኣየ እዛ ዓድና ርእይቶ ዝህቡ ሰሲኖም ኣመና ገለ ይብሉ ዓሲሉዋ ማና ገለን ይምሕል ብበያድ ጽገና ገለን ይዓጥቁ ንስዕረት ጭቆና ፈታዊና መን መንከ ጸላኢና? ኣቤል ቃኤልን ኮይኑ ዝምድናና ኢድናባ ኪነጽሕ ምስ ቍሩሕ ግንባርና? ተርእዮና እንታይ ርሑቕ ጠመተና? ሰላም ድዩ ዝውቱር ጭርሖና? ዕላማናኸ እንታይ ኣሰር መንገድና? እሰክ ንግበር ምርመራ ኅሊና!!! ተመኵሮና ዓሚቝ መሠረቱ ህልው ኵነትና ሰጣሕ ምድሪቤቱ ኵሉ ጋህዲ ዓውደ ዘመን ወቕቱ ሕቶ ሎኒ "እንታይ እዩ ሰ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/116-poems/4148-2014-12-18-00-49-50
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 12-17 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 17 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4147-vod-12-17-2014
እታ ባንዴራ
መሰላል ባይቶ ኤርትራ። ባይቶ ኤርትራ ኣብ 50ታት ቤት ጽሕፈቱ እዚ ሕጂ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዘሎ ቀይሕ ዝሕብሩ ህንጻ እዩ። ቆልዓ ኮይነ ኣብቲ ኣብ መእተዊ ዝርከብ መሰላል ላዕልን ታሕትን ብምባል እጻውት ከምዝነበርኩን እዛ ሎሚ ናይ ትምህርቲ መርኣያ ሽግ ተርኢ ዘላ ሓጺን፡ ስእሊ ተመልከት፡ ሽዑ ኣውሊዕ ቆጽሊ እተርኢ ሓጺናዊት ክቢ እያ ኔራ። ናይታ ባንዴራ ውሽጣዊት ኣውሊዕ የርኢ ከምዝነበረ ምስዓበኹን ክዝክር ምስጀመርኩን እዩ እቲ ፍልልዩ ክርኣየኒ ጀሚሩ። ብ1952 ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ተቐርነ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4145-2014-12-17-05-26-21
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 16 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 16 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4144-16-2014
ሓተታ ድምጺ ደሊና ሰሉስ 16 ታሕሳስ 2014
ተበግሶ ሓደ ህዝቢ ትርኑዕ ዕላማ ዝለበሰ ምስ ዝኸውን ዝኽልክሎ ሓይሊ ከምዘየለ ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተመዝገቡ ንቕሎ ኣህዛብ ንሓርነት ክትርዳእ ዘጸግም ኣይመስልን። ጸቓጢ ሓይሊ ኣብ ሰፊሕ ሸፈነ ኣሲሩ ክደልው ዘይኽእል ወቕታዊ ሓይሊ እዩ። በዚ ጸቕጢ እዚ ማሕበረ-ቊጠባውን ፖለቲካውን ናጽነቱ ዝተበደለ ህዝቢ፥ ንጭቡጥ ድኻማትን ጽበትን ናይዚ ሓይሊ ክርደኦን  በሪኽ ንቕሓት ክውንን እንተኽኢሉ፥ ዕምሪ እዚ ጸቓጢ ሓይልን ነዚ ሓይሊ እዚ ከም መጋበርያ ምልኪ ጌሩ ዝሰርሓሉ ስርዓትን  ቦታን ንውሓት ግዜን ይስእኑ።...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4143-16-2014
ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ! 1ይ ክፋል
ዝገርም እዩ! ዓመት 2014 ከምትምስክሮ'ሲ፡ ካብ ኣፍሪቃ ዝነቐለት ቫይረስ-ኢቦላ ክሳብ አውሮጳን ኣመሪካን ተናጢራ ሃብታማትን ሊቃውንትን ከምዘጣረዐት፡ ክሳድ ሰብ ብሳንዣ ክቕንጠብ እንከሎ ብቪድዮ ቐሪጹ ናብ ህዝቢ ዘቕርብ ፖለቲካ ኣበ ኣደባባይ ዝፍክረላ መደረኽ ከምዘቐልቀለት፡ ናይ ሩስያ ፖለቲካ ንአውሮጳ ሰላሊዑ ንሕግታት ማሕበር ሃገራት ዓለም ዝብድህ ኮይኑ ከምዝፈለለ፡ ናይ ለውጢ ማዕበል ካብ ቱኒዝያ ክሳብ ግብጺ ውሽጢ-ውሽጢ ሰሪጹ፡ ምስ መላእኽቲ ክስርዑ ዝመጣጠሩ ዝነበሩ መለኽቲ ቀላሊዑ ከምዘህተፈ ዘው...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4140-2014-12-15-23-14-02-1
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 15 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 15 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4139-12-15-2014
ድምጺ ደሊና፡ መደብ መንእሰያት ምስ ኣስመረት መድሃኔ
ኣብ ስሙን ሓደ ግዜ ወትሩ ቀዳም ንእስታት ፍርቂ ሰዓት ብዝተፈላለዮ ትሕዝቶ ንመንእስያት  ዛዕባ ገይሩ ድምጾም ዘስምዖሎን፥ ሓሳብ ንሓሳብ  ዝለዋወጥሉን፥ ሓበሬታ ዝረኽብሉን ብመልክዕ ሕቶን ርእይቶን ኢሂን ምሂን ዝብልሉ  ክፍት ናይ መንእስያት መደብ  እዩ። መንእሰይ ኤርትራ ንውሱን ጸጋታት ሃገር ብሓያል ድሌት፣ ኒሕን ተወፋይነትን ኣራቢሑ፣ ተኣምር ክሰርሐ ዝበቕዐ መንእሰይ እዩ። ናይ ዝተፈላለየ መድረኻት መንእሰይ ኤርትራ፣ መድረኻዊ ሸቶታቱ ኣብ ምውቃዕ ዕዉት ዕዮ ፈጺሙ እዩ ክንብል ንኽእል። ታሪኽን ጅግን...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4135-2014-12-14-07-05-30
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 12 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት፡ ራሄል ሰሎሙን 12 ታሕሳስ፣ 2014
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4130-12-2014
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና ሓሙስ 11 ታሕሳስ፣ 2014
ሓድሽ መጸዋዕታ ታዕሊም ህዝባዊ ሰራዊት ሰማዒ ይስእን። ስርዓት ኣስመራ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት ዝገብሮ ዘሎ ተደጋጋሚ መጸዋዕታታት ዛጊት ሰማዒ ከምዘይረኸበ ካብ ውሽጢ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣቃሊሑ። ዉልቃዊ ዋኒኑ ራሕሪሑ  ናብ መደበራት ታዕሊም ክወር በቲ ስርዓት ብቐጻሊ ዝጽዋዕ ዘሎ ህዝቢ ልቡ ኣትሪሩ ኣብ ተቛውሞኡ ጸኒዑ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ ከም ኣካል ናቱ ሎሚ  ሓምስ 11 ታሕሳስ 2014  ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ሃገር ክትግበር ተመዲቡ ዝጸንሐ ሓድሽ መጸዋዕታ ከም እቶም ዝሓለፉ ቂሂሙ ከምዘሎ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4128-11-2014
ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 10 ታሕሳስ፣ 2014
ድምጺ ደሊና ዜና ኣዳላዊ ፡ ሳምሶን ሃይለስላሴ ኣንባቢት ፡  ራሄል ሰሎሙን 10 ታሕሳስ፣ 2014 መደረ ኣምባሳዶር ግርማ ኣስመሮም ኣብ ዋዕላ ጉጅለ-77 ሃገራትzኣምባሳደር ስርዓት ኣስመራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣቶ ግርማ ኣስመሮም፡ ኣብ እዚ ሰሙን እዚ ኣብ እቲ ኣብ ከተማ 'ታሪያ' ናይ ቦሊቭያ ክቃናዕ ዝቐነየ ፡ ንጉዳይ ምሕደራ ሃገራዊ ግምጃን ኢዱስትሪን ዛዕባ ዝገበረ ዋዕላ ጉጅለ-77 ሃገራት ዘስምዖ መግለጺ፡ ባይታ ዘይምስክሮ  ጥምዙዝ ሓበሬታ ምንባሩ፥ ነቲ ዋዕላ ብቐረባ ዝተኸታተሉ ተዓዘብቲ ኣመ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/zena/158-2014-12-09-02-32-55/4123-10-2014
መስትያት ቤትና ዓሰርተ ታሕሳስ ዓለምለኸ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት
ሎሚ ዓሰርተ ታሕሳስ ዓለምለኸ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት 'ዩ። እዚ ዕለት ምናልባት ንገለ ህዝብታት ተራ መዓልቲ ኮይኑ ክረኣዮም ይኽእል 'ዩ። ንዓና ንኤርትራውያን ግን ኣዝዩ ልዑል ዝኾነ ትርጉም ዘለዎ ዕለት 'ዩ። ኤርትራ ሎሚ፣ እታ ኣብ ዓለም ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝኸፈአ ምልክዑ ዝፍጸመላ ሃገር ሙኻና ኩሉ ዝዛረበሉ ኣርእስቲ እዩ። ብዙሓት ኤርትራውያን ግና ነዚ ሓቀኛ መስትያት ቤትና ብዙሕ ኣየቕልብሉን። ዝበዝሐ እዋን 'ውን መሰሎም ተጋሂሱ ከምዘሎ ኣየስተውዕሉሉን። መንግስቲ ብዘይ ፍርዲ ሓደ ዜጋ ክኣስር...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/150-articles-video/4122-2014-12-10-04-55-23
ትውልዲ ""ኣለና" 2ይ ክፋል፡ ካብ ዒላ ጻዕዳ ክሳብ ዒላ ዒሮ።
ዒላ ጻዕዳ 1965፡ ዒላዒሮ 2001 እዘን ብ"ዒ" ዝጅምራ ክልተ ቃላት፡ ዒላ-ጻዕዳን ዒላ-ዒሮን መፈለምታ ናይ እቲ  ጭካነ ዝመልኦን ዘሰካሕክሕ ግፍዒ ዝተፈጸመሉ ቦታን ስም ኣብያተ ማእሰርትን እየን። መበገሲ ግፍዕን ትማልን ሎምን ዝኾናሉ ምኽንያት ግን ብፊደል "ዒ"ን ዒላ ብዝብል ቃልን ስለዝጅምራ ኣይኮነን። (እዛ ዒራ-ዒሮ ኢልና እንጽውዓ ኣርካናትና ተቐይድሞሙላ  ዘለው ቦታ እቲ ቀንዲ መጸውዒዓ ዒላ-ዒሮ እዩ። ) ዋላኳ ኣብ እተፈላለየ እዋን እንተኾነ፡ ኣብ ክልቲአን ቦታታት ዝሓቐቑን ንጹሃት ሃገራውያን ...
asmarino.com
https://www.asmarino.com/tig/articles/4119-2014-12-10-01-17-15-1
ሃንደሳ፡ ኣብ ኩሉ
ሃንደሳ፡ ኣብ ኩሉ መሓመድ እድሪስ መሓመድ ብዕለት 04/09/2015 ኣባላት ወተ/ሃንደሳ ነበርን ህሉዋትን ከምኡ እውን ካብ ወረስትን ተካእትን ወለዶ ዝተወከሉ ሕሉፍ ቅያን ታሪኽን ወተ/ሃንደሳ ንምዝንታው ኣብ ከተማ ከረን ኣደራሽ ኮስቲና ሆቴል ውዕሎታቶም ዘዘንትውሉ ናይ ክልተ መዓልታት ዋዕላ ገይሮም። ኣብቲ ናይ ክልተ መዓልቲ ዋዕላ ከኣ ካብ ምምስራት ወተ/ሃንደሳ ክሳብ ናጽነትን ድሕሪኡን ኣዘንትዮም። ሽዑ ካብቲ ኣብቲ ዋዕላ ተጻሒፉን ኣብ መንደቅ ተሰቂሉ ዝነበረ ቴማታት፡ "ኣብ ሃንደሳ ናይ መጀመር...
ሃንደሳ፡ ኣብ ኩሉ
book
null
ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ
መእተዊ ፍትሕን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምህናጽ ዘለውና መትከላትን ራእን ዝሓዘ ሰነድ እዩ። ቻርተር ማለት ኮርፖረሽናት፣ ማሕበራት፣ ውዱባት ዝመርሕሉ መሰረታዊ ሰነድ ማለት;ዝኾነ ሰነድ ቅዋም ይኹን ቻርተር ነቲ ሰነድ ናይ ዝፈጠሩ ታሪኻውያን ፖለቲካውን ተርእዮታትን ሓይልታትን ኣሰረ ኣለዎ። ትሕዝቶ በቲ ነጻነት ኤርትራ ዘዓወተ ወለዶ ዝተዳለወ ብምዃኑ ምስ ተመኩሮና ኣተኣሳሲርና ናይ ድሕሪ ሰውራ ሃገራዊ ራኢ ዘነጸሮ ሰነድ እዩ። ሰውራ ነጻነት ጥራይ ዘይኮነ ዘምጽእ መብጽዓ እውን ይማልእ እዩ። ህ.ግ ምጽ...
ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ
book
null
ሓራካ
ኣመሰራርታ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ማሕበር ሸውዓተ ወይ ሓረካ) ብዛዕባ ንጥፈታት ሓረካ ቅድሚ ምዝራብ፡ ኣመሰራርታኡን ግዜኡን ምርኣይ ነቲ ቐጺሉ ዝመጽእ ምዕባለታትን ንጥፈታት ቃልስን ንምርዳእ ሓጋዚ ይለውን። ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓረካ)፡ ከም ውድብ ብዕለት 2 ሕዳር 1958 ብመሪሕነት መሓመድ-ስዒድ ናውድ ኣብ ፖርት-ሱዳን ተመስሪቱ። ኣብ ኤርትራ ድማ ብወርሒ 10/1959 ኣትዩ። ኣብዚ ዝተባህለ ግዜ እቲ ብወግዒ ጽሑፍን መደብ ምምስራት ውድብ ሓረካ ኣብ ኤርትራ ከም መደብ ከም ዕማም ተዋሂ...
ሓራካ
book
null