Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
100
am_tg
ይሁንና እውነትን ዹተወው በጣም ዹምንቀርበው ሰው ቢሆንም እንኳ ኹማንም በላይ ታማኝ መሆን ያለብን ለይሖዋ እንደሆነ ማስታወስ ይኖርብናል።
ምናዳ እንቐርቊ ሰብ ካብ ሓቂ እንተ ወጺኡ፡ ብቐዳምነት ንዹሆዋ እሙናት ክንኹውን ኹም ዚግብኣና ኜንርስዕ ዚብልናን።
101
tg_am

102
am_tg
በሮም ዹሚገኙ ክርስቲያኖቜ ቀድሞውኑ ዚተቀበሉትን ነገር ማሚጋገጥ ያስፈለጋ቞ው ለምንድን ነው?
ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ክርስትያናት ነቲ ድሮ እተቐበልዎ ነገራት ስለምንታይ እዮም መርሚሮም ኪፈልጥዎ ዜድልዮም ዝነበሹ፧
103

104
am_tg
አንድ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ምሳሌ እንመልኚት።
ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ ኣብነት እስኚ ንርአ።
105
tg_am
ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ ኣብነት እስኚ ንርአ።
አንድ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ምሳሌ እንመልኚት።
106
am_tg
ጢሞ቎ዎስ ቅዱሳን መጻሕፍትን ጠንቅቆ ያውቅ ነበር።
ጢሞ቎ዎስ፡ ቅዱሳት ጜሑፋት ኣጞቢቑ ዚፈልጥ እዩ ነይሩ።
107
tg_am
ጢሞ቎ዎስ፡ ቅዱሳት ጜሑፋት ኣጞቢቑ ዚፈልጥ እዩ ነይሩ።
ጢሞ቎ዎስ ቅዱሳን መጻሕፍትን ጠንቅቆ ያውቅ ነበር።
108
am_tg
እናቱና አያቱ ኚጚቅላነት ዕድሜው አንስቶ አስተምሚውታል።
ኣዲኡን ዓባዩን ካብ ሕጻንነቱ ኣትሒዘን እዚን ምሂሚናኊ።
109
tg_am
ኣዲኡን ዓባዩን ካብ ሕጻንነቱ ኣትሒዘን እዚን ምሂሚናኊ።
እናቱና አያቱ ኚጚቅላነት ዕድሜው አንስቶ አስተምሚውታል።
110
am_tg
ያም ቢሆን ጳውሎስ በተማርካ቞ውና አምነህ በተቀበልካ቞ው ነገሮቜ ጾንተህ ኑር በማለት አሳስቊት ነበር።
ይኹን እምበር፡ ጳውሎስ ንጢሞ቎ዎስ፡ በቲ እተመሃርካዮን ዝኣመንካሉን ጜናዕ ኢሉ ተማሕጺንዎ እዩ።
111

112
am_tg
አንድ ዚማመሳኚሪያ ጜሑፍ እንደገለጞው መቀበል ተብሎ ዹተተሹጎመው ቃል በበኩሚ ጜሑፉ አንድ ነገር እውነት መሆኑን ማመንና እርግጠኛ መሆን ዹሚል ሐሳብ ያስተላልፋል።
ብመሰሚት ሓደ መወኚሲ ጜሑፍ፡ እታ ዝኣመንካሉ ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ በዅሪ ቓል፡ ብዛዕባ ሓቅነት ሓደ ነገር ምእማንን ርግጾኛ ምዃንን ዚብል ሓሳብ እያ እተመሓላልፍ።
113

114
am_tg
ጢሞ቎ዎስ እውነትን ዚራሱ አድርጓል።
ጢሞ቎ዎስ ንሓቂ ናቱ ገይርዋ ነይሩ እዩ።
115
tg_am
ጢሞ቎ዎስ ንሓቂ ናቱ ገይርዋ ነይሩ እዩ።
ጢሞ቎ዎስ እውነትን ዚራሱ አድርጓል።
116
am_tg
እንዲህ ያደሚገው እናቱና አያቱ ስላስገደዱት ሳይሆን በተማሹው ነገር ላይ በሚገባ ካሰበበት በኋላ አምኖ ስለተቀበለው ነው።
ኣዲኡን ዓባዩን ስለ ዝበላኩ ዘይኰነስ፡ ባዕሉ ሓሲቡ ስለ ዝኣመነላ እዩ ንሓቂ ተቀቢልዋ።
117

118
am_tg
በተመሳሳይ አንተም ትጋት ዚተሞላበት ዹግል ጥናት ማድሚግህ ለሚቀርቡልህ ጥያቄዎቜ መልስ እንድትሰጥ፣ ማንኛውንም ጥርጣሬ እንድታስወግድ እንዲሁም እምነትህን እንድታጠናክር ሊሚዳህ ይቜላል።
ብተመሳሳሊ፡ ንስኻ እውን ብሕታዊ መጜናዕቲ ብትግሃት ምስ እትገብር፡ ነዚ ሕቶታት እዚ መልሲ ኜትሚኜበሉ፡ ጥርጣሚታትካ ኞተወግድ፡ እምነትካ ድማ ኚተድልድል ኢኻ።
119

120
am_tg
ዚሰዎቜን ልብ መማሹክ ዚምንቜለው ጉራ በመንዛት ወይም አላስፈላጊ ትኩሚት ወደ ራሳቜን በመሳብ ሳይሆን ዹሰኹነና ገር መንፈስ በማሳዚት እንደሆነ እንገነዘባለን።
ኣብ ልቢ ሰባት ክንኣቱ እንኜእል፡ ብጃህራ ወይ ዘይግቡእ ትዅሚት ናብ ርእስና ብምስሓብ ዘይኰነስ፡ ብህዱእን ልኡምን መንፈስ እዩ።
121

122
am_tg
በልባቜን ውስጥ ዚኩራት ስሜት ካለ ውሎ አድሮ በድርጊታቜን መታዚቱ አይቀርም።
ብዛዕባ ርእስና ብልብና ዚስምዓና ነገር፡ ውዒሉ ሓዲሩ ኣብ ዘሚባናን ኣብ ግብርናን ይርአ እዩ።
123

124
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ልዩ መብት እንዳለን፣ አንዳንድ ሚስጥሮቜን እንደምናውቅ ወይም ኃላፊነት ካላ቞ው ወንድሞቜ ጋር ዹተለዹ ቅርርብ እንዳለን ጠቆም እናደርግ ይሆናል።
ንኣብነት፡ ፍሉይ መሰላት ኹም ዘሎና፡ ምስጢራት ኹም እንፈልጥ፡ ወይ ሓላፍነት ምስ ዘለዎም ኣሕዋት ፍሉይ ርክብ ኹም ዘሎና ዚእምት ሓሳባት ንዛሚብ ንኞውን።
125

126
am_tg
አሊያም ደግሞ ዚሌሎቜ አስተዋጜኊ ያለበት አንድ ሐሳብ ወይም ድርጊት ዚእኛ ብቻ እንደሆነ በሚያስመስል መልኩ ልናወራ እንቜላለን።
ወይ ኚኣ ካልኊት ንዘምጜእዎ ሓሳብ ወይ እጃሞም ንዘበርኚቱሉ ዕዮ ንሕና ጥራይ ኹም ዝገበርናዮ ጌርና ብምግላጜ ክንምስገነሉ ንፍትን ንኞውን።
127

128
am_tg
በዚህ ሚገድ ኢዚሱስ ግሩም ምሳሌ ይሆነናል።
ኣብዚ መዳይ እዚ ዚሱስ ዜደንቕ ኣብነት ሓዲጉልና እዩ።
129
tg_am
ኣብዚ መዳይ እዚ ዚሱስ ዜደንቕ ኣብነት ሓዲጉልና እዩ።
በዚህ ሚገድ ኢዚሱስ ግሩም ምሳሌ ይሆነናል።
130
am_tg
ኢዚሱስ ዹተናገሹው አብዛኛው ነገር በቀጥታ ወይም በተዘዋዋሪ ኚዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ዹተወሰደ ነበር።
መብዛሕትኡ ኻብቲ እተዛሚቊ ዘሚባ፡ ብቐጥታ ኻብ ቅዱሳት ጜሑፋት እብራይስጢ ዝጠቐሶ ወይ ካብኡ ዝወሰዶ እዩ ነይሩ።
131

132
am_tg
ኢዚሱስ በንግግሩ ልኩን እንደሚያውቅ አሳይቷልፀ ይህን ያደሚገው አድማጮቹ ዹሚናገሹው ነገር በራሱ እውቀትና ጥበብ ላይ ዹተመሠሹተ ሳይሆን ኹይሖዋ ዚመጣ እንደሆነ እንዲያውቁ ይፈልግ ስለነበር ነው።
ብትሕትና ኞምኡ ዚገብር ዝነበሚ፡ ኣብ ፍልጠቱ ወይ ጥበቡ ዘይኰነስ፡ ኣብ ቃል ዹሆዋ ተመስሪቱ ኾም ዚዛሚብ ሰማዕቱ ምእንቲ ኺፈልጡ ኢሉ እዩ።
133

134
am_tg
ወላጆቜ እንደ ኢዚሱስ ልብ ማንበብ ዚማትቜሉ ቢሆንም በአምላክ እርዳታ፣ በልጆቻቜሁ ልብ ውስጥ ያለውን ነገር ማስተዋል ትቜላላቜሁ።
ኹም ዚሱስ ልቢ ኞተንብብ ዘይትኜእል እኳ እንተ ዀንካ፡ ብሓገዝ ኣምላኜ ግና ብልቊና ኜትመላለስ ትኜእል ኢኻ።
135

136
am_tg
አስተዋይ በመሆን በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዚሚገኙት ልጆቻቜሁ ያላ቞ውን መልካም ጎን ለመመልኚት ትጥራላቜሁ?
እሞኞ ኣብ መንእሰይ ውሉድካ ጜቡቕ ኚተናዲ ዲኻ፧
137

138
am_tg
ማንም ቢሆን ቜግር ፈጣሪ ዹሚል ስም እንዲሰጠው አይፈልግም።
መዕገርገሪ ተባሂሉ ኺጜዋዕ ዚደሊ ሓደ እኳ ዚልቊን።
139
tg_am
መዕገርገሪ ተባሂሉ ኺጜዋዕ ዚደሊ ሓደ እኳ ዚልቊን።
ማንም ቢሆን ቜግር ፈጣሪ ዹሚል ስም እንዲሰጠው አይፈልግም።
140
am_tg
እናንተም ስለ ልጃቜሁ ያላቜሁ አመለካኚትና ዚምትናገሩት ነገር ልጁን እንደ ዓመፀኛ ወይም አስ቞ጋሪ አድርጋቜሁ እንደምትመለኚቱት ዚሚያሳይ እንዳይሆን ተጠንቀቁ።
ብሓሳብካ ወይ ብቓልካ፡ ንውሉድካ፡ ዓለወኛ ወይ ኣሞጋሪ ኣይትበሎ።
141

142
am_tg
ልጃቜሁ ጥፋት ቢሠራም እንኳ ያሉትን መልካም ባሕርያት እንደምታውቁና ትክክል ዹሆነውን ነገር ለማድሚግ ኚልቡ ዹሚፈልግ መሆኑን እንደምትገነዘቡ ንገሩት።
ውሉድካ ይቃለስ እኳ እንተሎ፡ ዕቑር ተኜእሎኡን ቅኑዕ ንምግባር ዘለዎ ልባዊ ባህግን ኹም እትርኢ ኣፍልጊ።
143

144
am_tg
ለውጥና መሻሻል እያደሚገ እንዳለ ዹሚጠቁም ነገር ስትመለኚቱ አመስግኑት።
ምልክት ዕቀቱን ምዕባለኡን ኣስተብሂልካ ንኣዶ።
145

146
am_tg
ዚሚቻል ኹሆነ ተጚማሪ ኃላፊነት በመስጠት ያሉትን መልካም ባሕርያት እንዲያዳብር እርዱት።
ዚኚኣል እንተ ዀይኑ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ብምሃብ፡ ጜቡቕ ባህርያት ኬማዕብል ሓግዞ።
147

148
am_tg
ኢዚሱስ ኹደቀ መዛሙርቱ ጋር በተያያዘ እንዲህ አድርጓል።
ዚሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ኞምኡ እዩ ገይሩሎም።
149
tg_am
ዚሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ኞምኡ እዩ ገይሩሎም።
ኢዚሱስ ኹደቀ መዛሙርቱ ጋር በተያያዘ እንዲህ አድርጓል።
150
am_tg
ኢዚሱስ ኚናትናኀል ጋር ኹተገናኘ ኚአንድ ዓመት ተኩል ገደማ በኋላ ናትናኀልን ሐዋርያ አድርጎ ዹመሹጠው ሲሆን እሱም ቀናተኛ ክርስቲያን መሆኑን አስመሥክሯል።
ምስ ናትናኀል ድሕሪ ምርኻቡ ኣስታት ዓመትን መንፈቕን ዚኣክል ጞኒሑ፡ ሃዋርያ ኪኞውን ሓርይዎ እዩ፣ ናትናኀል ድማ ቀናእ ክርስትያን ምዃኑ ኣርእዩ እዩ።
151

152
am_tg
ልጃቜሁን ማመስገናቜሁና ማበሚታታታቜሁ ልጁ ዚሚጠበቅበትን ዚማያሟላ ሰው እንዳልሆነ እንዲገነዘብ ኹዚህ ይልቅ ይሖዋ ሊጠቀምበት ዚሚቜል ብቁ ክርስቲያን እንደሆነ እንዲሰማው ያደርጋል።
ናእዳን ምትብባዕን ምሃብካ፡ ንውሉድካ ወትሩ ብቕዓት ዘዚማልእ ዘይኰነስ፡ ዹሆዋ ኺጥቀመሉ ዚኜእል ብቑዕ ክርስትያን ምዃኑ ኺስምዖ እዩ።
153

154
am_tg
ዚመጚሚሻዎቹ ቀናት በ1914 ሲጀምሩ በዓለም ዙሪያ ዚነበሩት ዹይሖዋ አገልጋዮቜ በጥቂት ሺዎቜ ዚሚቆጠሩ ነበሩ።
ብ1914 ዳሕሮት መዓልትታት ኪጅምር ኚሎ፡ ኣብ መላእ ዓለም ሒደት ኣሜሓት ኣገልገልቲ ዹሆዋ ጥራይ እዮም ነይሮም።
155

156
am_tg
አነስተኛ ቁጥር ያላ቞ው ቅቡዓን ቀሪዎቜ ለባልንጀሮቻ቞ው ባላ቞ው ፍቅር ተነሳስተውና በአምላክ መንፈስ እዚተመሩ ዚመንግሥቱን ስብኚት ሥራ በጜናት አኚናውነዋል።
ሒደት ተሹፍ ቅቡኣት ክርስትያናት በታ ንብጟቶም ዘላቶም ፍቕሪ ተደሪኟምን ብመንፈስ ኣምላኜ ተሓጊዞምን፡ ዕዮ ስብኚት መንግስቲ ኣምላኜ ጾኒዖም ይዓዩ ነይሮም እዮም።
157

158
am_tg
በመሆኑም ምድራዊ ተስፋ ያለው እጅግ ብዙ ሕዝብ እዚተሰበሰበ ነው።
ኹም ውጜኢቱ ድማ፡ ሎሚ ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ብዙሓት ህዝቢ ይእኚቡ ኣለዉ።
159

160
am_tg
በአሁኑ ጊዜ በመላው ምድር ኹ115,400 በላይ በሚሆኑ ጉባኀዎቜ ውስጥ ዚታቀፉ ኹ8,000,000 በላይ ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ያሉ ሲሆን ቁጥራቜንም መጚመሩን ቀጥሏል።
ቍጜርና ስለ ዝዓበዹ ኞኣ፡ 8,000,000 ኣቢሎም ዚዀኑ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዚርኚባ ልዕሊ 115,400 ጉባኀታት ዹገልግሉ ኣለዉ፣ ቍጜርና ድማ ብቐጻሊ ይውስኜ እዩ ዘሎ።
161

162
am_tg
ለምሳሌ በ2014 ዚአገልግሎት ዓመት ኹ275,500 ዚሚበልጡ ሰዎቜ ተጠምቀው ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ሆነዋልፀ ይህም በአማካይ በዚሳምንቱ 5,300 ዚሚያህሉ ሰዎቜ ይጠመቃሉ ማለት ነው።
ንኣብነት፡ ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2014 ልዕሊ 275,500 ሓደስቲ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ተጠሚቖም እዮም፣ እዚ ድማ፡ ኣብ ሰሰሙን ብገምጋም ኣስታት 5,300 ተጠሚቖም ማለት እዩ።
163

164
am_tg
በዛሬው ጊዜ ዹምናዹው አስደናቂ እድገት ዹተገኘው በአምላክ ላይ እምነት ስላለን እንዲሁም ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት በተአምር ያስጻፈውን መጜሐፍ ቅዱስን ሙሉ በሙሉ ስለምንቀበል ነው።
ብኣምላኜ ስለ እንኣምንን ነቲ ብተኣምራዊ መገዲ ብድራኞ መንፈስ ዹሆዋ እተጻሕፈ ቓሉ መጜሓፍ ቅዱስ ምሉእ ብምሉእ ስለ እንቕበሎን፡ ዜደንቕ ዕቀት ኪህሉ ኜኢሉ እዩ።
165

166
am_tg
ዹዚህ ሥርዓት አምላክ ዹሆነው ሰይጣን ዹይሖዋን ሕዝብ ዹሚጠላና ዹሚቃወም ቢሆንም እንኳ መንፈሳዊ ብልጜግና ማግኘታቜን አስገራሚ ነው።
ብፍላይ ኚኣ፡ ህዝቢ ዹሆዋ እቲ ኣምላኜ እዚ ስርዓት እዚ ዝዀነ ሰይጣን እናጞልኊምን እናተጻሚሮምን ክነሱ፡ ብመንፈስ ይብልጜጉ ምህላዎም ዜደንቕ እዩ።
167

168
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ምሁራን በሺዎቜ ዚሚቆጠሩ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቁርጥራጮቜን፣ በእጅ ዚተገለበጡ ጥንታዊ ቅጂዎቜንና ትርጉሞቜን አነጻጜሚዋልፀ እንዲሁም በኹፍተኛ ጥንቃቄ አጥንተዋል።
ምሁራት መጜሓፍ ቅዱስ ንኣሜሓት ቍርጜራጻትን ኢደ ጜሑፋትን ጥንታዊ ትርጉማትን ብደቂቕ ኣነጻጺሮምዎን ኣጜኒዖምዎን እዮም።
169

170
am_tg
ያኚናወኑት ጥናት ኚጥቂቶቜ በቀር ሁሉም ዚመጜሐፍ ቅዱስ ክፍሎቜ ትክክለኛ መሆናቾውን አሚጋግጧል።
እዚ መጜናዕቲ እዚ ኞኣ ትሕዝቶ መብዛሕትኡ ኜፋል መጜሓፍ ቅዱስ ልክዕነቱ እተሚጋገጞ ምዃኑ እዩ ሓቢሩ።
171

172
am_tg
ምሁራኑ እርግጠኛ ያልሆኑባ቞ው ጥቂት ጥቅሶቜ ቢኖሩም እነዚህ ጥቅሶቜ አጠቃላዩን ዚመጜሐፍ ቅዱስ መልእክት አይለውጡትም።
እቲ ብእተወሰነ ዜጠራጥር ሒደት ፍቕድታት እውን፡ ንሓፈሻዊ መልእኜቱ ዚጾሉ ኣይኰነን።
173

174
am_tg
በጥንታዊ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎቜ ላይ ዚተደሚጉት ጥናቶቜ፣ ዛሬ ያለው መጜሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት መጀመሪያ ያሰፈሚውን ሐሳብ ዚያዘ መሆኑን ቅን ልብ ያላ቞ው ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተማሪዎቜ እንዲያምኑ አድርገዋ቞ዋል።
ተመሃሮ መጜሓፍ ቅዱስ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጜሑፋት ዝገበርዎ መጜናዕቲ፡ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ መጜሓፍ ቅዱስ ኚምቲ ዹሆዋ ኣብ ፈለማ ብድራኞ መንፈሱ ዘጜሓፎ ምዃኑ ምትእምማን ኣሕዲሩሎም እዩ።
175

176
am_tg
ጠላቶቜ ዹአምላክን ቃል ለማጥፋት ኹፍተኛ ጥሚት አድርገዋልፀ ያም ቢሆን ይሖዋ፣ በሰው ዘር ታሪክ ውስጥ በስፋት በመተርጎም ሚገድ ዹአምላክ ቃል ተወዳዳሪ ዹሌለው መጜሐፍ እንዲሆን አድርጓል።
ካብ ጞላእቲ ኞቢድ ተጻብኊ እኳ እንተ ኣጋጠመ፡ ዹሆዋ ግና ንቓሉ ኣብ ታሪኜ ደቂ ሰብ ልዕሊ ዅሉ እተተርጐመ መጜሓፍ ኹም ዚኾውን ገይርዎ እዩ።
177

178
am_tg
ብዙዎቜ በአምላክ በማያምኑበት ዘመን እንኳ መጜሐፍ ቅዱስ በብዛት ኚተሞጡ መጻሕፍት ዝርዝር ውስጥ ዚመጀመሪያውን ቊታ ይዟልፀ እንዲሁም በኹፊልም ሆነ በሙሉ ኹ2,800 በሚበልጡ ቋንቋዎቜ ይገኛል።
ብዙሓት ኣብ ኣምላኜ ብዙሕ እምነት ዘይብሎም ወይ እውን ጠሪሶም እምነት ዘይብሎም ኰይኖምሉ ኣብ ዘለዉ እዋን እኳ፡ መጜሓፍ ቅዱስ ልዕሊ ዅሉ ዝርጋሐ ዝሹኾበ መጜሓፍ ኰይኑ ኣሎ፣ ብምሉእ ወይ ብኞፊል ድማ ናብ ልዕሊ 2,800 ቋንቋ ተተርጒሙ ኣሎ።
179

180
am_tg
እርግጥ ነው፣ ግልጜ ወይም እምነት ዚሚጣልበት በመሆን ሚገድ አንዳንድ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትርጉሞቜ ዚሚጎድላ቞ው ነገር ቢኖርም ተስፋ ዹሚሰጠውንና ስለ መዳን ዹሚገልጾውን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዋና መልእክት ዚትኛውንም ትርጉም በማንበብ መሚዳት ይቻላል።
ዋላ እኳ ገሊኡ ትርጉማት መጜሓፍ ቅዱስ ንጹርን ዜተኣማምንን እንተ ዘይኰነ፣ እቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ መልእኜቲ ተስፋን ድሕነትን ግና ዳርጋ ኣብ ኵሉ ትርጉማት ይርኚብ እዩ።
181

182
am_tg
ቃላት ሰዎቜን ዚመጉዳት አሊያም ዚመፈወስ ኃይል አላ቞ው።
ቃላት ኪጐድእ ወይ ኬሕዊ ይኜእል እዩ።
183
tg_am
ቃላት ኪጐድእ ወይ ኬሕዊ ይኜእል እዩ።
ቃላት ሰዎቜን ዚመጉዳት አሊያም ዚመፈወስ ኃይል አላ቞ው።
184
am_tg
በሰይጣን ዓለም ውስጥ በቃላት ተጠቅሞ ሌሎቜን መጉዳት ዹተለመደ ነው።
ብቓላት ጌርካ ምቝሳል፡ ኣብዛ ዘለናያ ናይ ሰይጣን ዓለም ልሙድ እዩ።
185

186
am_tg
ዹመዝናኛው ዓለም፣ ሰዎቜ ምላሳ቞ውን እንደ ሰይፍ እንዲስሉ እንዲሁም መርዘኛ ቃላቾውን እንደ ቀስት እንዲያነጣጥሩ ያበሚታታል።
ዓውዲ መዘናግዒ ንብዙሓት ሰባት ልሳኖም ኹም ሰይፊ ኺስሕሉን ሕሱም ቃላቶም ኹም ፍላጻታት ኬዝግቡን ዹለዓዕሎም እዩ።
187

188
am_tg
አንድ ክርስቲያን እንዲህ ካለው ጎጂ ልማድ መራቅ ይኖርበታል።
ሓደ ክርስትያን ካብዚ ሕማቕ ተግባር እዚ ኺርሕቕ ኣለዎ።
189
tg_am
ሓደ ክርስትያን ካብዚ ሕማቕ ተግባር እዚ ኺርሕቕ ኣለዎ።
አንድ ክርስቲያን እንዲህ ካለው ጎጂ ልማድ መራቅ ይኖርበታል።
190
am_tg
መርዘኛ ቃላት ተብለው ሊፈሹጁ ኚሚቜሉት አነጋገሮቜ አንዱ ሜሙጥ ነውፀ ሜሙጥ ሌሎቜን ለማቃለል ወይም ለመዝለፍ ተብሎ ዹሚሰነዘር ስሜትን ዚሚጎዳ አነጋገር ነው።
ሓደ ኣብነት ሕሱም ቃላት ኚኣ ንኻልኊት ንምቍንጻብ ወይ ንምውቃስ ዚዝሚብ ዘሚባ ሜምጠጣ እዩ።
191

192
am_tg
ብዙውን ጊዜ ለቀልድ ተብሎ ዹሚነገር ቢሆንም ሳይታሰብ መልኩን ሊቀይርና ሌሎቜን ዚሚያንኳስስ ወይም ስድብ አዘል መልእክት ዚሚያስተላልፍ ሊሆን ይቜላል።
ሜምጠጣ ብዙሕ ሳዕ ኹም መስሓቕ ጌርካ ይርአ እዩ፣ ቀልጢፉ ግና ናብ ንዕቀትን ጾርፍን ይበጜሕ እዩ።
193

194
am_tg
መርዘኛ ዹሆነ ሜሙጥ፣ ስድብ በመሆኑ ክርስቲያኖቜ ሊያስወግዱት ይገባል።
ሕሱም ሜምጠጣ ሓደ ኻብቲ ክርስትያናት ኬርሕቕዎ ዚግባእ ዓይነት ጾርፊ እዩ።
195

196
am_tg
ቀልድ ጚዋታን ሊያጣፍጥ ቢቜልም ሌሎቜን በነገር በመውጋትና ስሜታ቞ውን ዚሚጎዳ ወይም እነሱን ዚሚያንቋሜሜ አሜሙር በመናገር ለማሳቅ ኹመሞኹር መቆጠብ አለብን።
ዋዛ ንዘሚባና ቐመም ኪዀኖ ዚኜእል እኳ እንተ ዀነ፡ ንሰባት ብዚጐድእ ወይ ብዜዋርድ ሃሳዪ ሕጫጚ ጌርና ኞነስሕቕ ኚይንፍትን ግና ክንጥንቀቕ ኣሎና።
197

198
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ እንዲህ በማለት ይመክሹናል፩ እንደ አስፈላጊነቱ ሌሎቜን ዚሚያንጜና ሰሚዎቹን ሊጠቅም ዚሚቜል መልካም ቃል ብቻ እንጂ ዹበሰበሰ ቃል ኚቶ ኚአፋቜሁ አይውጣ።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ንሰማዕቱ ምእንቲ ኺጠቅምሲ፡ ንምህናጜ ዜድሊ ዘበለ ጜቡቕ ቃል እምበር፡ ሕማቕ ቃልሲ ኻብ ኣፍኩም ኣይውጻእ ኢሉ ይምዕደና።
199