Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
300 | am_tg | ኢየሱስ ምድራዊ አገልግሎቱ የሚያበቃበት ጊዜ እንደሚመጣና ሥራውን ሌሎች እንደሚረከቡት ያውቅ ነበር። | የሱስ ምድራዊ ኣገልግሎቱ ኸም ዜብቅዕን ካልኦት ንዕዮኡ ኸም ዚቕጽልዎን ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
301 | tg_am | የሱስ ምድራዊ ኣገልግሎቱ ኸም ዜብቅዕን ካልኦት ንዕዮኡ ኸም ዚቕጽልዎን ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ኢየሱስ ምድራዊ አገልግሎቱ የሚያበቃበት ጊዜ እንደሚመጣና ሥራውን ሌሎች እንደሚረከቡት ያውቅ ነበር። |
302 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱ ፍጹም ባይሆኑም እንኳ በእነሱ ላይ ይተማመን ስለነበር ከእሱ የሚበልጥ ሥራ እንደሚያከናውኑ ነግሯቸዋል። | ደቀ መዛሙርቱ ዘይፍጹማት እኳ እንተ ነበሩ፡ ብኣታቶም ይተኣማመን ነበረ፡ ካብ ዝገበሮ ዝዓቢ ግብርታት ከም ዚገብሩ እውን ነገሮም። |
303 | tg_am | ደቀ መዛሙርቱ ዘይፍጹማት እኳ እንተ ነበሩ፡ ብኣታቶም ይተኣማመን ነበረ፡ ካብ ዝገበሮ ዝዓቢ ግብርታት ከም ዚገብሩ እውን ነገሮም። | ደቀ መዛሙርቱ ፍጹም ባይሆኑም እንኳ በእነሱ ላይ ይተማመን ስለነበር ከእሱ የሚበልጥ ሥራ እንደሚያከናውኑ ነግሯቸዋል። |
304 | am_tg | ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን በሚገባ ያሠለጠናቸው ሲሆን እነሱም በወቅቱ ይታወቅ በነበረው ዓለም ምሥራቹን ከዳር እስከ ዳር አዳርሰዋል። | ብዚግባእ ኣሰልጠኖም፡ ንሳቶም ድማ ኣብታ ሽዑ እትፍለጥ ዝነበረት ዓለም ነቲ ብስራት ዘርግሕዎ። |
305 | tg_am | ብዚግባእ ኣሰልጠኖም፡ ንሳቶም ድማ ኣብታ ሽዑ እትፍለጥ ዝነበረት ዓለም ነቲ ብስራት ዘርግሕዎ። | ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን በሚገባ ያሠለጠናቸው ሲሆን እነሱም በወቅቱ ይታወቅ በነበረው ዓለም ምሥራቹን ከዳር እስከ ዳር አዳርሰዋል። |
306 | am_tg | ኢየሱስ ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ከሰጠ በኋላ ትንሣኤ አግኝቶ ወደ ሰማይ ተመልሷል፤ በዚያም ከየትኛውም መስተዳድር፣ ሥልጣን፣ ኃይልና ጌትነት እጅግ የላቀ ቦታ ተሰጥቶታል። | የሱስ መስዋእታዊ ሞት ምስ ሞተ፡ ተንሲኡ ናብ ሰማያት ከይዱ እዩ፣ ኣብኡ ድማ፡ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዝዀነ ስልጣን ተዋሂብዎ እዩ። |
307 | tg_am | የሱስ መስዋእታዊ ሞት ምስ ሞተ፡ ተንሲኡ ናብ ሰማያት ከይዱ እዩ፣ ኣብኡ ድማ፡ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዝዀነ ስልጣን ተዋሂብዎ እዩ። | ኢየሱስ ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ከሰጠ በኋላ ትንሣኤ አግኝቶ ወደ ሰማይ ተመልሷል፤ በዚያም ከየትኛውም መስተዳድር፣ ሥልጣን፣ ኃይልና ጌትነት እጅግ የላቀ ቦታ ተሰጥቶታል። |
308 | am_tg | እኛም አርማጌዶን ከመምጣቱ በፊት ታማኝ ሆነን ከሞትን ጽድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ ከሞት እንነሳለን፤ በዚያ ወቅት እያንዳንዳችን የሚያስደስተንን ሥራ እንሠራለን። | ቅድሚ ኣርማጌዶን እሙናት ኴንና እንተ ሞይትና፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ክንትንስእ ኢና፣ ኣብኡ ድማ፡ ብዙሕ ዜዕግብ ዕዮ ኺህልወና እዩ። |
309 | tg_am | ቅድሚ ኣርማጌዶን እሙናት ኴንና እንተ ሞይትና፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ክንትንስእ ኢና፣ ኣብኡ ድማ፡ ብዙሕ ዜዕግብ ዕዮ ኺህልወና እዩ። | እኛም አርማጌዶን ከመምጣቱ በፊት ታማኝ ሆነን ከሞትን ጽድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ ከሞት እንነሳለን፤ በዚያ ወቅት እያንዳንዳችን የሚያስደስተንን ሥራ እንሠራለን። |
310 | am_tg | እስከዚያው ድረስ ግን ሁላችንም የምናከናውነው በጣም አስፈላጊ ሥራ አለ፤ ይህም ምሥራቹን የመስበኩና ደቀ መዛሙርት የማድረጉ ሥራ ነው። | ሕጂ ግና፡ ኵላትና ኽንካፈለሉ እንኽእል ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕዮ ኣሎ፣ እዚ ኸኣ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስባኽን ደቀ መዛሙርቲ ምግባርን እዩ። |
311 | tg_am | ሕጂ ግና፡ ኵላትና ኽንካፈለሉ እንኽእል ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕዮ ኣሎ፣ እዚ ኸኣ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስባኽን ደቀ መዛሙርቲ ምግባርን እዩ። | እስከዚያው ድረስ ግን ሁላችንም የምናከናውነው በጣም አስፈላጊ ሥራ አለ፤ ይህም ምሥራቹን የመስበኩና ደቀ መዛሙርት የማድረጉ ሥራ ነው። |
312 | am_tg | እንግዲያው ወጣቶችም ሆንን በዕድሜ የገፋን፣ ምንጊዜም የጌታ ሥራ የበዛልን እንሁን። | እምበኣር፡ መንእሰያት ኰንና ዓበይቲ፡ ኵሉ ሳዕ ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ይሃልወና። |
313 | tg_am | እምበኣር፡ መንእሰያት ኰንና ዓበይቲ፡ ኵሉ ሳዕ ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ይሃልወና። | እንግዲያው ወጣቶችም ሆንን በዕድሜ የገፋን፣ ምንጊዜም የጌታ ሥራ የበዛልን እንሁን። |
314 | am_tg | አንድ አዲስ ኃላፊነት ከመቀበላችን በፊት በጸሎት በመታገዝ ያለንበትን ሁኔታ በሐቀኝነት መመርመራችን አቅማችንን ያላገናዘበ ነገር ከማድረግ እንድንቆጠብ ይረዳናል። | ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና፡ ንዅነታትና ብጸሎትን ብቕንዕናን ምምርማርና፡ ልዕሊ ዓቕምና ኸይንመጣጠር ይሕግዘና። |
315 | tg_am | ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና፡ ንዅነታትና ብጸሎትን ብቕንዕናን ምምርማርና፡ ልዕሊ ዓቕምና ኸይንመጣጠር ይሕግዘና። | አንድ አዲስ ኃላፊነት ከመቀበላችን በፊት በጸሎት በመታገዝ ያለንበትን ሁኔታ በሐቀኝነት መመርመራችን አቅማችንን ያላገናዘበ ነገር ከማድረግ እንድንቆጠብ ይረዳናል። |
316 | am_tg | ልካችንን ማወቃችን ከአቅማችን በላይ የሆነን ነገር አልችልም ማለት እንዲቀለን ያደርጋል። | ትሕናትና ኣይፋል ክንብል ትሕግዘና እያ። |
317 | tg_am | ትሕናትና ኣይፋል ክንብል ትሕግዘና እያ። | ልካችንን ማወቃችን ከአቅማችን በላይ የሆነን ነገር አልችልም ማለት እንዲቀለን ያደርጋል። |
318 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ ስለ ጌድዮን ከሚናገረው ዘገባ መመልከት እንደሚቻለው አንድ አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ሊሳካልን የሚችለው የይሖዋን አመራርና በረከት ካገኘን ብቻ ነው። | ይኹን እምበር፡ እቲ ጊዴዎን ዝሰርዓልና ኣብነት፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና ብዘይ መምርሕን በረኸትን የሆዋ ኽንዕወት ከም ዘይንኽእል የዘኻኽረና። |
319 | tg_am | ይኹን እምበር፡ እቲ ጊዴዎን ዝሰርዓልና ኣብነት፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና ብዘይ መምርሕን በረኸትን የሆዋ ኽንዕወት ከም ዘይንኽእል የዘኻኽረና። | በሌላ በኩል ደግሞ ስለ ጌድዮን ከሚናገረው ዘገባ መመልከት እንደሚቻለው አንድ አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ሊሳካልን የሚችለው የይሖዋን አመራርና በረከት ካገኘን ብቻ ነው። |
320 | am_tg | ይሖዋም ቢሆን ልካችንን አውቀን ከእሱ ጋር እንድንሄድ ግብዣ አቅርቦልናል። | ምስ ኣምላኽና ብትሕትና ኽንመላለስ እውን ተዓዲምና ኢና። |
321 | tg_am | ምስ ኣምላኽና ብትሕትና ኽንመላለስ እውን ተዓዲምና ኢና። | ይሖዋም ቢሆን ልካችንን አውቀን ከእሱ ጋር እንድንሄድ ግብዣ አቅርቦልናል። |
322 | am_tg | በመሆኑም ምንጊዜም ቢሆን አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ወደ ይሖዋ መጸለይ እንዲሁም እሱ በቃሉና በድርጅቱ አማካኝነት የሚሰጠንን መመሪያ በጥንቃቄ መመርመር ይኖርብናል። | ስለዚ፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና፡ ነቲ የሆዋ ብቓሉን ብውድቡን ኣቢሉ ዚነግረና ነገራት ብጸሎት ክንሓስበሉ ኼድልየና እዩ። |
323 | tg_am | ስለዚ፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና፡ ነቲ የሆዋ ብቓሉን ብውድቡን ኣቢሉ ዚነግረና ነገራት ብጸሎት ክንሓስበሉ ኼድልየና እዩ። | በመሆኑም ምንጊዜም ቢሆን አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ወደ ይሖዋ መጸለይ እንዲሁም እሱ በቃሉና በድርጅቱ አማካኝነት የሚሰጠንን መመሪያ በጥንቃቄ መመርመር ይኖርብናል። |
324 | am_tg | አረማመዳችን ፍጹም ከሆነው የይሖዋ እርምጃ ጋር እንዲስማማ ማድረግን መማር አለብን። | ነቲ ዘይጽኑዕ ስጕምትታትና ምስቲ ጽኑዕ መምርሒ የሆዋ ብኸመይ ከም እነሰማምዖ ኽንፈልጥ ኣሎና። |
325 | tg_am | ነቲ ዘይጽኑዕ ስጕምትታትና ምስቲ ጽኑዕ መምርሒ የሆዋ ብኸመይ ከም እነሰማምዖ ኽንፈልጥ ኣሎና። | አረማመዳችን ፍጹም ከሆነው የይሖዋ እርምጃ ጋር እንዲስማማ ማድረግን መማር አለብን። |
326 | am_tg | ታላቅ የሚያደርገን የይሖዋ ትሕትና እንጂ የእኛ ችሎታ እንዳልሆነ ማስታወስ ይኖርብናል። | ዜዕብየና ትሕትና የሆዋ ደኣ እምበር፡ ክእለትና ኸም ዘይኰነ ኣይንረስዕ። |
327 | tg_am | ዜዕብየና ትሕትና የሆዋ ደኣ እምበር፡ ክእለትና ኸም ዘይኰነ ኣይንረስዕ። | ታላቅ የሚያደርገን የይሖዋ ትሕትና እንጂ የእኛ ችሎታ እንዳልሆነ ማስታወስ ይኖርብናል። |
328 | am_tg | ልካችንን አውቀን ከአምላክ ጋር መሄዳችን ራሳችንን ከሚገባው በላይ ከፍ አድርገን ወይም በጣም ዝቅ አድርገን እንዳንመለከት ይረዳናል። | ስለዚ፡ ምስ ኣምላኽ ብትሕትና ኽንመላለስ ምምራጽና፡ ብዛዕባ ርእስና ኣዕዚዝና ወይ እምብዛ ኣትሒትና ኸይንሓስብ ይሕግዘና እዩ። |
329 | tg_am | ስለዚ፡ ምስ ኣምላኽ ብትሕትና ኽንመላለስ ምምራጽና፡ ብዛዕባ ርእስና ኣዕዚዝና ወይ እምብዛ ኣትሒትና ኸይንሓስብ ይሕግዘና እዩ። | ልካችንን አውቀን ከአምላክ ጋር መሄዳችን ራሳችንን ከሚገባው በላይ ከፍ አድርገን ወይም በጣም ዝቅ አድርገን እንዳንመለከት ይረዳናል። |
330 | am_tg | ውስጣዊ ሰላም ካለን ከቤተሰባችንም ሆነ ከጉባኤያችን አባላት ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖረን ጥረት እናደርጋለን። | ሓደ ኻብቲ ውሽጣዊ ሰላም ክንረኽበሉ እንኽእል መገዲ፡ ምስ ስድራ ቤትናን ምስ ጉባኤናን ሰላም ክንገብር ምጽዓር እዩ። |
331 | tg_am | ሓደ ኻብቲ ውሽጣዊ ሰላም ክንረኽበሉ እንኽእል መገዲ፡ ምስ ስድራ ቤትናን ምስ ጉባኤናን ሰላም ክንገብር ምጽዓር እዩ። | ውስጣዊ ሰላም ካለን ከቤተሰባችንም ሆነ ከጉባኤያችን አባላት ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖረን ጥረት እናደርጋለን። |
332 | am_tg | ይሁንና እኛም ሆንን ወንድሞቻችን ፍጽምና ይጎድለናል። | ንሕና ዀንና ኣሕዋትናን ኣሓትናን ዘይጹማት ምዃንና ንፈልጥ ኢና። |
333 | tg_am | ንሕና ዀንና ኣሕዋትናን ኣሓትናን ዘይጹማት ምዃንና ንፈልጥ ኢና። | ይሁንና እኛም ሆንን ወንድሞቻችን ፍጽምና ይጎድለናል። |
334 | am_tg | በዚህም ምክንያት አንዳንድ ጊዜ ችግሮች ሊፈጠሩ ይችላሉ፤ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ከወንድምህ ጋር ታረቅ የሚለውን የኢየሱስ ምክር ተግባራዊ ማድረግ እንዳለብን ተምረናል። | ስለዚ ኸኣ፡ ሓሓሊፉ ጸገማት ኪልዓል ይኽእል እዩ፣ ከምኡ ኼጋጥም ከሎ ድማ፡ ምስ ሓውካ ተዓረቕ ዚብል የሱስ ዝሃቦ ምኽሪ ብኸመይ ከም እንስዕብ ተማሂርና ኢና። |
335 | tg_am | ስለዚ ኸኣ፡ ሓሓሊፉ ጸገማት ኪልዓል ይኽእል እዩ፣ ከምኡ ኼጋጥም ከሎ ድማ፡ ምስ ሓውካ ተዓረቕ ዚብል የሱስ ዝሃቦ ምኽሪ ብኸመይ ከም እንስዕብ ተማሂርና ኢና። | በዚህም ምክንያት አንዳንድ ጊዜ ችግሮች ሊፈጠሩ ይችላሉ፤ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ከወንድምህ ጋር ታረቅ የሚለውን የኢየሱስ ምክር ተግባራዊ ማድረግ እንዳለብን ተምረናል። |
336 | am_tg | ወንድሞቻችንም ሰላም የሚሰጠው አምላክ አገልጋዮች መሆናቸውን ማስታወሳችን ይህን ማድረግ ቀላል እንዲሆንልን አስተዋጽኦ ያበረክታል። | እቲ ሓው ወይ እታ ሓብቲ ነቲ ሰላም ዚህብ ኣምላኽ ከም ዜገልግሉ ምዝካርና ኸኣ፡ ነዚ የቕልለልና እዩ። |
337 | tg_am | እቲ ሓው ወይ እታ ሓብቲ ነቲ ሰላም ዚህብ ኣምላኽ ከም ዜገልግሉ ምዝካርና ኸኣ፡ ነዚ የቕልለልና እዩ። | ወንድሞቻችንም ሰላም የሚሰጠው አምላክ አገልጋዮች መሆናቸውን ማስታወሳችን ይህን ማድረግ ቀላል እንዲሆንልን አስተዋጽኦ ያበረክታል። |
338 | am_tg | በዋጋ ሊተመን የማይችል ሌላም ዓይነት ሰላም አለ። | ብዋጋ ዘይሽነን ካልእ ሰላም እውን ኣሎ። |
339 | tg_am | ብዋጋ ዘይሽነን ካልእ ሰላም እውን ኣሎ። | በዋጋ ሊተመን የማይችል ሌላም ዓይነት ሰላም አለ። |
340 | am_tg | በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ማተኮር ከፈጣሪያችን ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖረን ያስችለናል። | ናይ መንፈስ እንሓስብ እንተ ዄንና፡ ምስ ገባሪና ሰላም ይህልወና እዩ። |
341 | tg_am | ናይ መንፈስ እንሓስብ እንተ ዄንና፡ ምስ ገባሪና ሰላም ይህልወና እዩ። | በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ማተኮር ከፈጣሪያችን ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖረን ያስችለናል። |
342 | am_tg | ኢሳይያስ ስለ ይሖዋ ሲናገር ሙሉ በሙሉ በአንተ የሚመኩትን ትጠብቃለህ፤ በአንተ ስለሚታመኑ ዘላቂ ሰላም ትሰጣቸዋለህ ብሎ ነበር፤ ይህ ትንቢት በኢሳይያስ ዘመን ፍጻሜውን ያገኘ ሲሆን በዘመናችንም በላቀ ሁኔታ እየተፈጸመ ነው። | ኢሳይያስ፡ ነቶም ምሉእ ብምሉእ ኣባኻ ዚጽግዑ፡ ክትሕልዎም ኢኻ፣ ብኣኻ ስለ እተኣመኑ፡ ቀጻሊ ሰላም ክትህቦም ኢኻ ብምባል ኣብ ግዜኡ ፍጻመኡ ብዛዕባ ዝረኸበ፡ ሕጂ ግና ዝዓበየ ፍጻመ ብዛዕባ ዚረክብ ዘሎ ነገር ጽሒፉ ኣሎ። |
343 | tg_am | ኢሳይያስ፡ ነቶም ምሉእ ብምሉእ ኣባኻ ዚጽግዑ፡ ክትሕልዎም ኢኻ፣ ብኣኻ ስለ እተኣመኑ፡ ቀጻሊ ሰላም ክትህቦም ኢኻ ብምባል ኣብ ግዜኡ ፍጻመኡ ብዛዕባ ዝረኸበ፡ ሕጂ ግና ዝዓበየ ፍጻመ ብዛዕባ ዚረክብ ዘሎ ነገር ጽሒፉ ኣሎ። | ኢሳይያስ ስለ ይሖዋ ሲናገር ሙሉ በሙሉ በአንተ የሚመኩትን ትጠብቃለህ፤ በአንተ ስለሚታመኑ ዘላቂ ሰላም ትሰጣቸዋለህ ብሎ ነበር፤ ይህ ትንቢት በኢሳይያስ ዘመን ፍጻሜውን ያገኘ ሲሆን በዘመናችንም በላቀ ሁኔታ እየተፈጸመ ነው። |
344 | am_tg | የሰይጣን ክፉ ሥርዓት ሊጠፋ በተቃረበበትና በጨለማ በተዋጠው በመጨረሻው ቀን ውስጥም እንኳ ይሖዋ ሕዝቡን እየባረከ ነው። | ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት እቲ እኩይ ስርዓት ሰይጣን እውን እንተ ዀነ፡ የሆዋ ንህዝቡ ይባርኾም እዩ። |
345 | tg_am | ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት እቲ እኩይ ስርዓት ሰይጣን እውን እንተ ዀነ፡ የሆዋ ንህዝቡ ይባርኾም እዩ። | የሰይጣን ክፉ ሥርዓት ሊጠፋ በተቃረበበትና በጨለማ በተዋጠው በመጨረሻው ቀን ውስጥም እንኳ ይሖዋ ሕዝቡን እየባረከ ነው። |
346 | am_tg | እውነተኛ አገልጋዮቹ በዓለም አቀፉ የወንድማማች ማኅበር ውስጥ ሐሴት እንዲያደርጉና የተትረፈረፈ መንፈሳዊ ምግብ እንዲያገኙ እያደረገ ነው። | ናይ ሓቂ ኣምለኽቱ ኣኺሉ ዚተርፍ ብሉጽ መንፈሳዊ ምግቢ ኸም ዚረኽቡ ይገብር ኣሎ። |
347 | tg_am | ናይ ሓቂ ኣምለኽቱ ኣኺሉ ዚተርፍ ብሉጽ መንፈሳዊ ምግቢ ኸም ዚረኽቡ ይገብር ኣሎ። | እውነተኛ አገልጋዮቹ በዓለም አቀፉ የወንድማማች ማኅበር ውስጥ ሐሴት እንዲያደርጉና የተትረፈረፈ መንፈሳዊ ምግብ እንዲያገኙ እያደረገ ነው። |
348 | am_tg | ኢየሱስ ቃል በገባው መሠረት፣ ይሖዋ በዛሬው ጊዜ አፍቃሪ በሆኑ ወንድሞችና እህቶች በተሞላ ዓለም አቀፋዊ መንፈሳዊ ቤተሰብ ውስጥ እንድንታቀፍ በማድረግ ወሮታ ከፍሎናል። | ከምቲ የሱስ ዘተስፈዎ፡ የሆዋ ኣባላት እቲ ኣብ መላእ ዓለም ዚርከብ መንፈሳውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ዝሓቘፈ ስድራ ቤት ክንከውን ብምፍቃድ፡ ሕጂ ባሪኹና ኣሎ። |
349 | tg_am | ከምቲ የሱስ ዘተስፈዎ፡ የሆዋ ኣባላት እቲ ኣብ መላእ ዓለም ዚርከብ መንፈሳውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ዝሓቘፈ ስድራ ቤት ክንከውን ብምፍቃድ፡ ሕጂ ባሪኹና ኣሎ። | ኢየሱስ ቃል በገባው መሠረት፣ ይሖዋ በዛሬው ጊዜ አፍቃሪ በሆኑ ወንድሞችና እህቶች በተሞላ ዓለም አቀፋዊ መንፈሳዊ ቤተሰብ ውስጥ እንድንታቀፍ በማድረግ ወሮታ ከፍሎናል። |
350 | am_tg | ከዚህም ሌላ አምላክን ከልባቸው የሚፈልጉ ሁሉ የአእምሮ ሰላም፣ እርካታና ደስታ ስላላቸው ወደር የሌለው ሽልማት እያገኙ ነው። | ብዘይካዚ፡ ነቶም ብትግሃት ዚደልይዎ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ኣእምሮኣዊ ሰላምን ዕግበትን ሓጐስን ይህቦም እዩ። |
351 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ነቶም ብትግሃት ዚደልይዎ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ኣእምሮኣዊ ሰላምን ዕግበትን ሓጐስን ይህቦም እዩ። | ከዚህም ሌላ አምላክን ከልባቸው የሚፈልጉ ሁሉ የአእምሮ ሰላም፣ እርካታና ደስታ ስላላቸው ወደር የሌለው ሽልማት እያገኙ ነው። |
352 | am_tg | የአምላክን ፈቃድ ከፈጸምክ የተስፋው ቃል ሲፈጸም እንደምታይ እርግጠኛ መሆን ትችላለህ። | ፍቓድ ኣምላኽ ምስ ገበርካ፡ ነታ ተስፋ ኸም እትረኽባ ኣይትጠራጠር። |
353 | tg_am | ፍቓድ ኣምላኽ ምስ ገበርካ፡ ነታ ተስፋ ኸም እትረኽባ ኣይትጠራጠር። | የአምላክን ፈቃድ ከፈጸምክ የተስፋው ቃል ሲፈጸም እንደምታይ እርግጠኛ መሆን ትችላለህ። |
354 | am_tg | እንግዲያው እምነታችንን ማጠናከራችንን እና ለይሖዋ እንደምናደርገው በማሰብ በሙሉ ነፍሳችን ማገልገላችንን እንቀጥል። | ስለዚ፡ ሕጂ እምነትና ነደልድል፡ ንየሆዋ ድማ ብምሉእ ነፍስና ነገልግሎ። |
355 | tg_am | ስለዚ፡ ሕጂ እምነትና ነደልድል፡ ንየሆዋ ድማ ብምሉእ ነፍስና ነገልግሎ። | እንግዲያው እምነታችንን ማጠናከራችንን እና ለይሖዋ እንደምናደርገው በማሰብ በሙሉ ነፍሳችን ማገልገላችንን እንቀጥል። |
356 | am_tg | ሽልማታችንን የምናገኘው ከይሖዋ ዘንድ እንደሆነ በማሰብ ይህን ማድረግ እንችላለን። | የሆዋ ኸኣ ዚግብኣና ዓስቢ ኺህበና እዩ። |
357 | tg_am | የሆዋ ኸኣ ዚግብኣና ዓስቢ ኺህበና እዩ። | ሽልማታችንን የምናገኘው ከይሖዋ ዘንድ እንደሆነ በማሰብ ይህን ማድረግ እንችላለን። |
358 | am_tg | ብዙ ሰዎች እኛን የሚመዝኑን ውጫዊ ገጽታችንን ተመልክተው ነው። | ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ዘሎ ርእዮም፡ ብዛዕባ ሓደ ሰብ ርእይቶ ይህልዎም እዩ። |
359 | tg_am | ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ዘሎ ርእዮም፡ ብዛዕባ ሓደ ሰብ ርእይቶ ይህልዎም እዩ። | ብዙ ሰዎች እኛን የሚመዝኑን ውጫዊ ገጽታችንን ተመልክተው ነው። |
360 | am_tg | በመሆኑም የአምላክ አገልጋዮች እንደመሆናችን መጠን ለእኛ የሚመቸንንና የምንወደውን ነገር ከመልበስ ባለፈ ልናስብበት የሚገባ ነገር አለ። | ስለዚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን፡ ዚምሽኣና ወይ እንፈትዎ ኽዳን ጥራይ ንኽደን ማለት ኣይኰነን። |
361 | tg_am | ስለዚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን፡ ዚምሽኣና ወይ እንፈትዎ ኽዳን ጥራይ ንኽደን ማለት ኣይኰነን። | በመሆኑም የአምላክ አገልጋዮች እንደመሆናችን መጠን ለእኛ የሚመቸንንና የምንወደውን ነገር ከመልበስ ባለፈ ልናስብበት የሚገባ ነገር አለ። |
362 | am_tg | በአምላክ ቃል ውስጥ የሰፈሩት መሠረታዊ ሥርዓቶች፣ ሰውነት ላይ የሚጣበቅና ገላን የሚያጋልጥ ወይም የፆታ ስሜት የሚያነሳሳ ልብስ ከመልበስ እንድንቆጠብ ይገፋፉናል። | እቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ እንረኽቦ መሰረታዊ ስርዓታት፡ ምስ ሰብነትና ዚጠብቕ፡ ንሰብነትና ዚቐልዕ፡ ወይ ጾታዊ ስምዒት ዜለዓዕል ክዳውንቲ ኸይንኽደን ይድርኸና እዩ። |
363 | tg_am | እቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ እንረኽቦ መሰረታዊ ስርዓታት፡ ምስ ሰብነትና ዚጠብቕ፡ ንሰብነትና ዚቐልዕ፡ ወይ ጾታዊ ስምዒት ዜለዓዕል ክዳውንቲ ኸይንኽደን ይድርኸና እዩ። | በአምላክ ቃል ውስጥ የሰፈሩት መሠረታዊ ሥርዓቶች፣ ሰውነት ላይ የሚጣበቅና ገላን የሚያጋልጥ ወይም የፆታ ስሜት የሚያነሳሳ ልብስ ከመልበስ እንድንቆጠብ ይገፋፉናል። |
364 | am_tg | ይህም ሲባል እርቃንን የሚያጋልጡ ወይም የሰውነትን ቅርጽ አጉልተው የሚያሳዩ ልብሶችን ማስወገድ አለብን ማለት ነው። | እዚ ኺብሃል ከሎ ድማ ጾታዊ ኣካላት ዚቐልዕ ወይ ዜጕልሕ ዓይነት ክዳውንቲ ጠሪሱ ኺሕሰብ የብሉን ማለት እዩ። |
365 | tg_am | እዚ ኺብሃል ከሎ ድማ ጾታዊ ኣካላት ዚቐልዕ ወይ ዜጕልሕ ዓይነት ክዳውንቲ ጠሪሱ ኺሕሰብ የብሉን ማለት እዩ። | ይህም ሲባል እርቃንን የሚያጋልጡ ወይም የሰውነትን ቅርጽ አጉልተው የሚያሳዩ ልብሶችን ማስወገድ አለብን ማለት ነው። |
366 | am_tg | አለባበሳችን ሌሎችን የሚያሸማቅቅ ወይም ዓይናቸውን የት እንደሚያሳርፉ እንዲጨንቃቸው የሚያደርግ መሆን የለበትም። | ኣከዳድናና ንዝዀነ ይኹን ሰብ ኬሸቝርሮ ወይ ገጹ ኸም ዚመልስ ኪገብሮ የብሉን። |
367 | tg_am | ኣከዳድናና ንዝዀነ ይኹን ሰብ ኬሸቝርሮ ወይ ገጹ ኸም ዚመልስ ኪገብሮ የብሉን። | አለባበሳችን ሌሎችን የሚያሸማቅቅ ወይም ዓይናቸውን የት እንደሚያሳርፉ እንዲጨንቃቸው የሚያደርግ መሆን የለበትም። |
368 | am_tg | ሥርዓታማ፣ ንጹሕና ልከኛ አለባበስ ካለን ሰዎች ያከብሩናል፤ እንዲሁም ወደምናመልከው አምላክ ለመቅረብ ይነሳሳሉ። | ኣከዳድናና ጽፉፍን ጽሩይን ትሕትና ዜርእን ግቡእን ምስ ዚኸውን ኣኽብሮት ንረክብ ኢና፣ እዚ ኸኣ ንሰባት ናብ ኣምልኾኡ ይስሕቦም ይኸውን። |
369 | tg_am | ኣከዳድናና ጽፉፍን ጽሩይን ትሕትና ዜርእን ግቡእን ምስ ዚኸውን ኣኽብሮት ንረክብ ኢና፣ እዚ ኸኣ ንሰባት ናብ ኣምልኾኡ ይስሕቦም ይኸውን። | ሥርዓታማ፣ ንጹሕና ልከኛ አለባበስ ካለን ሰዎች ያከብሩናል፤ እንዲሁም ወደምናመልከው አምላክ ለመቅረብ ይነሳሳሉ። |
370 | am_tg | ተገቢ የሆነ አለባበስ ለይሖዋ ድርጅትም ክብር ያመጣል። | ብዘይካዚ፡ ግቡእ ኣከዳድና ንውድብና ጽቡቕ ስም የውህባ እዩ። |
371 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ግቡእ ኣከዳድና ንውድብና ጽቡቕ ስም የውህባ እዩ። | ተገቢ የሆነ አለባበስ ለይሖዋ ድርጅትም ክብር ያመጣል። |
372 | am_tg | ይህም ሰዎች ለምንነግራቸው ሕይወት አድን መልእክት ጆሮ እንዲሰጡ ሊያደርግ ይችላል። | ከም ውጽኢቱ ድማ፡ እቲ ህይወት ዜድሕን መልእኽትና ኣቓልቦ ይረክብ። |
373 | tg_am | ከም ውጽኢቱ ድማ፡ እቲ ህይወት ዜድሕን መልእኽትና ኣቓልቦ ይረክብ። | ይህም ሰዎች ለምንነግራቸው ሕይወት አድን መልእክት ጆሮ እንዲሰጡ ሊያደርግ ይችላል። |
374 | am_tg | የምታነጋግሩት ሰው ምን ብሎ እንደሚያምን እንደምታውቁ አድርጋችሁ አታስቡ። | ‘ካልኦት ከምዚ እዮም ዚኣምኑ ኢልካ ቐልጢፍካ ኣይትደምድም። |
375 | tg_am | ‘ካልኦት ከምዚ እዮም ዚኣምኑ ኢልካ ቐልጢፍካ ኣይትደምድም። | የምታነጋግሩት ሰው ምን ብሎ እንደሚያምን እንደምታውቁ አድርጋችሁ አታስቡ። |
376 | am_tg | አንዳንዶች በዝግመተ ለውጥ እንደሚያምኑ ቢናገሩም አምላክ እንዳለም ያስባሉ። | ገሊኦም ሰባት ኣብ ፍልቀት ከም ዚኣምኑ ይዛረቡ እዮም፣ ግናኸ፡ ኣምላኽ ከም ዘሎ እውን ይኣምኑ እዮም። |
377 | tg_am | ገሊኦም ሰባት ኣብ ፍልቀት ከም ዚኣምኑ ይዛረቡ እዮም፣ ግናኸ፡ ኣምላኽ ከም ዘሎ እውን ይኣምኑ እዮም። | አንዳንዶች በዝግመተ ለውጥ እንደሚያምኑ ቢናገሩም አምላክ እንዳለም ያስባሉ። |
378 | am_tg | አምላክ፣ ሕይወት ያላቸውን የተለያዩ ነገሮች ለመፍጠር ዝግመተ ለውጥን እንደተጠቀመ ይሰማቸዋል። | ኣምላኽ ብመስርሕ ፍልቀት ገይሩ በብዓይነቱ ህይወት ከም ዝፈጠረ ይኣምኑ እዮም። |
379 | tg_am | ኣምላኽ ብመስርሕ ፍልቀት ገይሩ በብዓይነቱ ህይወት ከም ዝፈጠረ ይኣምኑ እዮም። | አምላክ፣ ሕይወት ያላቸውን የተለያዩ ነገሮች ለመፍጠር ዝግመተ ለውጥን እንደተጠቀመ ይሰማቸዋል። |
380 | am_tg | ሌሎች ደግሞ በዝግመተ ለውጥ እንደሚያምኑ የሚናገሩት ይህ ጽንሰ ሐሳብ እውነት ባይሆን ኖሮ በትምህርት ቤት አንማረውም ነበር ብለው ስለሚያስቡ ነው። | ገሊኦም ድማ ትምህርቲ ፍልቀት ጭቡጥ ሓቂ እንተ ዘይከውን፡ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣይምኣተወን ኢሎም እዮም ዚኣምኑ። |
381 | tg_am | ገሊኦም ድማ ትምህርቲ ፍልቀት ጭቡጥ ሓቂ እንተ ዘይከውን፡ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣይምኣተወን ኢሎም እዮም ዚኣምኑ። | ሌሎች ደግሞ በዝግመተ ለውጥ እንደሚያምኑ የሚናገሩት ይህ ጽንሰ ሐሳብ እውነት ባይሆን ኖሮ በትምህርት ቤት አንማረውም ነበር ብለው ስለሚያስቡ ነው። |
382 | am_tg | አንዳንዶች በአምላክ ማመን ያቆሙት በሃይማኖት ውስጥ የሚፈጸመው ነገር ቅር ስላሰኛቸው ነው። | ገሊኦም ከኣ ብሃይማኖት ተስፋ ስለ ዝቘረጹ፡ ኣብ ኣምላኽ ምእማን ሓዲጎምዎ እዮም። |
383 | tg_am | ገሊኦም ከኣ ብሃይማኖት ተስፋ ስለ ዝቘረጹ፡ ኣብ ኣምላኽ ምእማን ሓዲጎምዎ እዮም። | አንዳንዶች በአምላክ ማመን ያቆሙት በሃይማኖት ውስጥ የሚፈጸመው ነገር ቅር ስላሰኛቸው ነው። |
384 | am_tg | በመሆኑም ስለ ሕይወት አመጣጥ ከአንድ ሰው ጋር ስትወያዩ በቅድሚያ ጥያቄ መጠየቁ የተሻለ ነው። | ስለዚ፡ ምስ ሰብ ብዛዕባ መበቈል ህይወት ክትመያየጥ ከለኻ፡ ፈለማ ሕቶታት እንተ ሓተትካ ይሓይሽ። |
385 | tg_am | ስለዚ፡ ምስ ሰብ ብዛዕባ መበቈል ህይወት ክትመያየጥ ከለኻ፡ ፈለማ ሕቶታት እንተ ሓተትካ ይሓይሽ። | በመሆኑም ስለ ሕይወት አመጣጥ ከአንድ ሰው ጋር ስትወያዩ በቅድሚያ ጥያቄ መጠየቁ የተሻለ ነው። |
386 | am_tg | ግለሰቡ ምን ብሎ እንደሚያምን ለማወቅ ጥረት አድርጉ። | እቲ ሰብ እቲ እንታይ ከም ዚኣምን ፍለጥ። |
387 | tg_am | እቲ ሰብ እቲ እንታይ ከም ዚኣምን ፍለጥ። | ግለሰቡ ምን ብሎ እንደሚያምን ለማወቅ ጥረት አድርጉ። |
388 | am_tg | ምክንያታዊ ብሎም ለማዳመጥ ፈቃደኛ ከሆናችሁ ግለሰቡም እናንተ የምትናገሩትን ለማዳመጥ ሊነሳሳ ይችላል። | ሚዛናዊ እንተ ዄንካ፡ ዘረባኡ ድማ እንተ ሰሚዕካዮ፡ ንሱ እውን ኪሰምዓካ እዩ። |
389 | tg_am | ሚዛናዊ እንተ ዄንካ፡ ዘረባኡ ድማ እንተ ሰሚዕካዮ፡ ንሱ እውን ኪሰምዓካ እዩ። | ምክንያታዊ ብሎም ለማዳመጥ ፈቃደኛ ከሆናችሁ ግለሰቡም እናንተ የምትናገሩትን ለማዳመጥ ሊነሳሳ ይችላል። |
390 | am_tg | አንድ ሰው በፍጥረት በማመናችሁ እየተቻችሁ እንዳለ ከተሰማችሁ፣ ፈጣሪ ሳይኖር ሕይወት እንዴት ሊገኝ እንደቻለ እንዲያስረዳችሁ ልትጠይቁት ትችላላችሁ። | ሓደ ሰብ ነቲ ኣብ ፍጥረት ዘሎካ እምነት ይነቕፎ ዘሎ ዀይኑ እንተ ተሰሚዑካ፡ ንስኻ ኽትገልጸሉ ኣብ ክንዲ እትጽዕር፡ ህይወት ብዘይ ፈጣሪ ኸመይ ኢሉ ኸም ዝጀመረ ኺገልጽ ሕተቶ። |
391 | tg_am | ሓደ ሰብ ነቲ ኣብ ፍጥረት ዘሎካ እምነት ይነቕፎ ዘሎ ዀይኑ እንተ ተሰሚዑካ፡ ንስኻ ኽትገልጸሉ ኣብ ክንዲ እትጽዕር፡ ህይወት ብዘይ ፈጣሪ ኸመይ ኢሉ ኸም ዝጀመረ ኺገልጽ ሕተቶ። | አንድ ሰው በፍጥረት በማመናችሁ እየተቻችሁ እንዳለ ከተሰማችሁ፣ ፈጣሪ ሳይኖር ሕይወት እንዴት ሊገኝ እንደቻለ እንዲያስረዳችሁ ልትጠይቁት ትችላላችሁ። |
392 | am_tg | የመጀመሪያው ሕይወት ያለው ነገር በዝግመተ ለውጥ አማካኝነት ወደ ሌላ ሕያው ነገር መለወጥ እንዲችል መራባት ማለትም ራሱን ማባዛት መቻል አለበት። | እቲ ፈለማ ዝነበረ ህይወት ምእንቲ ኪቕጽል፡ ኪፋረ የድልዮ ነይሩ እዩ። |
393 | tg_am | እቲ ፈለማ ዝነበረ ህይወት ምእንቲ ኪቕጽል፡ ኪፋረ የድልዮ ነይሩ እዩ። | የመጀመሪያው ሕይወት ያለው ነገር በዝግመተ ለውጥ አማካኝነት ወደ ሌላ ሕያው ነገር መለወጥ እንዲችል መራባት ማለትም ራሱን ማባዛት መቻል አለበት። |
394 | am_tg | አንድ የኬሚስትሪ ፕሮፌሰር እንዲህ ብለዋል፦ አንድ ሰው፣ ሕይወት ካላቸው ነገሮች መካከል ውስብስብ የማይባለው እንኳ ምን ያህል ውስብስብ እንደሆነ ሲመለከት በጣም መገረሙ አይቀርም። | ሓደ ፕሮፌሰር ስነ ቐመም፡ እቲ ዝነኣሰ ዚብሃል ህይወት እውን እንተ ዀነ፡ ኣዝዩ እተሓላለኸ ምዃኑ ዜደንቕ እዩ በለ። |
395 | tg_am | ሓደ ፕሮፌሰር ስነ ቐመም፡ እቲ ዝነኣሰ ዚብሃል ህይወት እውን እንተ ዀነ፡ ኣዝዩ እተሓላለኸ ምዃኑ ዜደንቕ እዩ በለ። | አንድ የኬሚስትሪ ፕሮፌሰር እንዲህ ብለዋል፦ አንድ ሰው፣ ሕይወት ካላቸው ነገሮች መካከል ውስብስብ የማይባለው እንኳ ምን ያህል ውስብስብ እንደሆነ ሲመለከት በጣም መገረሙ አይቀርም። |
396 | am_tg | ጳውሎስ ይህን የተናገረው እነማንን በአእምሮው ይዞ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን ባንችልም አምላክን በመታዘዛቸውና የእሱን ፈቃድ በመፈጸማቸው በድንጋይ ተወግረው ስለሞቱት ስለ ናቡቴ እና ስለ ዘካርያስ መናገሩ ሊሆን ይችላል። | ጳውሎስ ብዛዕባ መን ይዛረብ ከም ዘሎ ርግጸኛታት ክንከውን ዘይንኽእል እኳ እንተ ዀንና፡ ከም ናቦትን ዘካርያስን ዝኣመሰሉ ገሊኦም እሙናት ሰባት ንኣምላኽ ብምእዛዞምን ፍቓዱ ብምግባሮምን ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም እዮም። |
397 | tg_am | ጳውሎስ ብዛዕባ መን ይዛረብ ከም ዘሎ ርግጸኛታት ክንከውን ዘይንኽእል እኳ እንተ ዀንና፡ ከም ናቦትን ዘካርያስን ዝኣመሰሉ ገሊኦም እሙናት ሰባት ንኣምላኽ ብምእዛዞምን ፍቓዱ ብምግባሮምን ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም እዮም። | ጳውሎስ ይህን የተናገረው እነማንን በአእምሮው ይዞ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን ባንችልም አምላክን በመታዘዛቸውና የእሱን ፈቃድ በመፈጸማቸው በድንጋይ ተወግረው ስለሞቱት ስለ ናቡቴ እና ስለ ዘካርያስ መናገሩ ሊሆን ይችላል። |
398 | am_tg | ዳንኤልና ጓደኞቹም ንጹሕ አቋማቸውን ቢያላሉ ነፃ መሆን የሚችሉበት አጋጣሚ ነበራቸው። | ዳንኤልን ብጾቱን ኣብ ንጽህናኦም ብምልምላም ሓራ ኺወጹ ኣጋጣሚ ኸም ዝነበሮም ርዱእ እዩ። |
399 | tg_am | ዳንኤልን ብጾቱን ኣብ ንጽህናኦም ብምልምላም ሓራ ኺወጹ ኣጋጣሚ ኸም ዝነበሮም ርዱእ እዩ። | ዳንኤልና ጓደኞቹም ንጹሕ አቋማቸውን ቢያላሉ ነፃ መሆን የሚችሉበት አጋጣሚ ነበራቸው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.