Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,600
am_tg
አብዛኛውን ጊዜ ሰዎቜ መጀመሪያ ወደ ድርጅቱ እንዲሳቡ እንዲሁም ወደ አምላክና ወደ ክርስቶስ እንዲቀርቡ ዚሚያነሳሳ቞ው ኚመጜሐፍ ቅዱስ እውቀት ይበልጥ ዚእኛ ንጹሕና ሰላማዊ ምግባር ነው።
ንሰባት ናብ ውድብ ዚሆዋ፡ ብእኡ ኣቢሉ ኞኣ ናብ ኣምላኜን ናብ ክርስቶስን ብዝያዳ ኺስሕቊም ዚኜእል፡ እቲ ንጹህን ሰላማውን ኣካይዳና ደኣ እምበር፡ እቲ ብዛዕባ መጜሓፍ ቅዱስ ዘሎና ፍልጠት ኣይኰነን።
4,601
tg_am

4,602
am_tg
ይሖዋና ኢዚሱስ በዛሬው ጊዜ ያለንን ውብ መንፈሳዊ ገነት ሲመለኚቱ ምንኛ ይደሰቱ ይሆን! በአሁኑ ጊዜ መንፈሳዊ ገነታቜንን ይበልጥ ኚማስዋብ ዹምናገኘው ደስታ ወደፊት ምድርን ቃል በቃል ወደ ገነትነት ስንለውጥ ለምናገኘው እርካታ ቅምሻ ነው።
ዹሆዋን ዚሱስን ነቲ ሕጂ ዘሎ ውቁብ መንፈሳዊ ገነትና ኺርእዩ ኞለዉስ ኣዚ ኜንደይ ኰን እዮም ዚሕጐሱ! እቲ ሎሚ ንመንፈሳዊ ገነት ብዝያዳ ኾም ዚጜብቕ ብምግባር እንሚኜቊ ዘለና ሓጐስ፡ መርኣያ ናይቲ ንምልእቲ ምድሪ ናብ ገነት ክንቅይራ ኾለና እንሚኜቊ ሓጐስ እዩ።
4,603

4,604
am_tg
ዮፍታሔ ሌላ ልጅ ስላልነበሚው ዹዘር ሐሹጉ እንዲቀጥል ዚሚያደርግም ሆነ ርስቱን ዚሚወርስ ልጅ ማግኘት ዚሚቜለው በሎት ልጁ በኩል ብቻ ነበር።
ይፍታሕ ካልእ ውሉድ ኣይነበሮን፣ ኣብ እስራኀል ስሙን ርስቱን ኹም ዘይርሳዕ ክትገብር እትኜእል ሓንቲ ጓል ጥራይ እያ ነይራቶ።
4,605

4,606
am_tg
ያም ሆኖ እንደሚገልጞው ዮፍታሔ አንዮ ለይሖዋ ቃል ገብቻለሁፀ ልመልሰውም አልቜልም በማለት ተናገሚ።
ይኹን እምበር፡ ፡ ናብ ዹሆዋ ኣፈይ ኹፊተ እዚ፡ ክመልሶ ድማ ኣይክእልን እዚ ብዚብል ቃላት ይፍታሕ እያ እትዛዝም።
4,607

4,608
am_tg
ኹፍተኛ መሥዋዕት ቢያስኚፍለውም በይሖዋ ላይ እምነት እንዳለው ማሳዚቱ ዹአምላክን ሞገስና በሚኚት አስገኝቶለታል።
ብብሕቱ ብዙሕ ኣብ ዜኜፍሎ እዋን እኳ እሙን ምዃኑ፡ ስምሚትን በሚኞትን ኣምላኜ ኪሚክብ ክኢሉ እዩ።
4,609

4,610
am_tg
አንተ ብትሆን እንዲህ ታደርግ ነበር?
ንስኻኞ ኞምኡ ዓይነት ምርጫ ምገበርካዶ፧
4,611
tg_am
ንስኻኞ ኞምኡ ዓይነት ምርጫ ምገበርካዶ፧
አንተ ብትሆን እንዲህ ታደርግ ነበር?
4,612
am_tg
ሕይወታቜንን ለይሖዋ ስንወስን ራሳቜንን ምንም ሳንቆጥብ ዚእሱን ፈቃድ ለመፈጾም ተስለናል።
ህይወትና ንዹሆዋ ኜንውፊ ኞለና፡ ዝመጾ እኳ እንተ መጾ ፍቓዱ ኾም እንገብር ኢና ተመባጺዕና።
4,613

4,614
am_tg
ይህን ቃል መጠበቅ ዚራሳቜንን ጥቅም መሥዋዕት ማድሚግ እንደሚጠይቅብን እናውቃለን።
ነቲ መብጜዓና ሓሊና ንምምልላስ፡ ጥቕሚ ርእስና ኜንስውእ ኹም ዘሎና ንፈልጥ ኔርና ኢና።
4,615

4,616
am_tg
ይሁንና ዹማንወደውን ነገር እንድናደርግ ስንጠዚቅ፣ ዚፈቃደኝነት መንፈስ ያለን መሆን አለመሆኑ ጥያቄ ውስጥ ይገባል።
ዘይንፈትዎ ነገር ክንገብር ምስ እንሕተት ግና፡ ፍቓደኛነትና ብዝያዳ ይፍተን እዩ።
4,617

4,618
am_tg
ዹተጠዹቅነውን በማድሚግና መሥዋዕትነት በመክፈል ኚለመድነው ብሎም ኹሚመቾን በተለዹ መንገድ አምላክን ስናገለግል እምነት እንዳለን እናሳያለን።
ኹምዚ ዝበለ መስዋእቲ ምስ እንኞፍልን ዋላ እውን ኣብ ዘይጥዕመና ዅነታት ንኣምላኜ ምስ እነገልግሎን፡ እሙናት ምዃንና ነርኢ።
4,619

4,620
am_tg
ዹምንኹፍለው መሥዋዕት ዚቱንም ያህል ኚባድ ቢሆን፣ ኹምናገኘው ዹላቀ በሚኚት ጋር ሲወዳደር እዚህ ግባ ዚሚባል አይሆንም።
እዚ ዜምጜኊ በሚኞት ኚኣ፡ ካብቲ እንኞፍሎ መስዋእቲ ኣጞቢቑ ዚዓቢ እዩ።
4,621

4,622
am_tg
ኢዚሱስ ምሥራቹ በመላው ምድር እንደሚሰበክ ሲናገር ሥራው ምን ያህል ስፋት እንደሚኖሚው ገልጿል።
ዚሱስ፡ እቲ ብስራት ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኜ እዩ ብምባል፡ ስፍሓት እቲ ዕዮ ስብኚት ገሊጹ እዩ።
4,623

4,624
am_tg
ተኚታዮቹ፣ ደቀ መዛሙርት ዚሚያደርጉት ኹሁሉም ብሔራት ዚተውጣጡ ሰዎቜን ነው።
ካብ ኵሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ኾም ዚግበር እውን ተገሊጹ እዩ።
4,625

4,626
am_tg
በመሆኑም ሥራው መካሄድ ያለበት በዓለም አቀፍ ደሹጃ ነው።
ኚምኡ ንምግባር፡ ዓለምለኻዊ ዕዮ ዚድሊ።
4,627
tg_am
ኚምኡ ንምግባር፡ ዓለምለኻዊ ዕዮ ዚድሊ።
በመሆኑም ሥራው መካሄድ ያለበት በዓለም አቀፍ ደሹጃ ነው።
4,628
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ዚስብኚቱ ሥራ ኚሚኚናወንበት ስፋት ጋር በተያያዘ ኢዚሱስ ዹተናገሹውን ትንቢት እንዎት እንደፈጞሙ መሚዳት እንድንቜል አንዳንድ ነጥቊቜን እስቲ እንመልኚት።
ምስ ስፍሓት እቲ ዕዮ ስብኚት ብእተተሓሓዘ፡ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ነቲ ዚሱስ እተነብዮ ትንቢት ይፍጜሙ ኾም ዘለዉ ንምርዳእ፡ ገለ ሓቅታት እስኚ ንርአ።
4,629

4,630
am_tg
በዩናይትድ ስ቎ትስ በተለያዩ ሃይማኖታዊ ቡድኖቜ ውስጥ ወደ 600,000 ዹሚጠጉ ቀሳውስት አሉፀ በዚህቜ አገር 1,200,000 ገደማ ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ይገኛሉ።
ኣብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ዳርጋ 600,000 ኣቕሜሜቲ እተፈላለያ ሃይማኖታት ኪህልዉ ኞለዉ፡ ኣስታት 1,200,000 ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኣለዉ።
4,631

4,632
am_tg
ዚሮም ካቶሊክ ቀተ ክርስቲያን በዓለም ዙሪያ ያሏት ቀሳውስት ኹ400,000 ብዙም አይበልጡም።
ናይ ሮማ ካቶሊካዊት ቀተ ክርስትያን ኣብ ብዘላ ዓለም ካብ 400,000 ቍሩብ ዚዛይዱ ኻህናት ኣለውዋ።
4,633

4,634
am_tg
በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዹተመሠሹተውን ዚመንግሥቱን ስብኚት ሥራ ዚሚያኚናውኑት ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ምን ያህል እንደሆኑ ደግሞ እንመልኚት።
ሕጂ፡ ነቶም ኣብ መጜሓፍ ቅዱሳዊ ዕዮ ስብኚት መንግስቲ ኣምላኜ ዚሳተፉ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር እስኚ ንርአ።
4,635

4,636
am_tg
በዓለም ዙሪያ በ240 አገሮቜ ዹሚገኙ ወደ ስምንት ሚሊዮን ዹሚጠጉ ፈቃደኛ አገልጋዮቜ ለሰዎቜ ምሥራቹን ይሰብካሉ።
ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ኣስታት ሾሞንተ ሚልዮን ብፍታዎም ዚዓይዩ ኣገልገልቲ፡ ኣብ 240 ሃገራት ይሰብኩ ኣለዉ።
4,637

4,638
am_tg
እንዎት ያለ አስደናቂ ሥራ እያኚናወኑ ነው! ይህም ለይሖዋ ውዳሎና ክብር ያመጣል።
ንዹሆዋ ውዳሰን ክብርን ዜምጜእ ኹመይ ዝበለ ዜደንቕ ዕዮ ዀን እዩ ዚዕዹ ዘሎ!—።
4,639

4,640
am_tg
ኢዚሱስ ዚክርስቲያን ጉባኀን ዚሚመራው በመንፈስ ቅዱስ አማካኝነት ነው።
ዚሱስ ንክርስትያናዊት ጉባኀ ብመንፈስ ቅዱስ ኣቢሉ እዩ ዚመርሓ።
4,641

4,642
am_tg
ፈተናዎቜን ለመቋቋም፣ ለአገልግሎት ዚሚያስፈልገንን ድፍሚትና ሥልጠና ለማግኘት እንዲሁም ጥሩ ውሳኔዎቜን ለማድሚግ ዚመንፈስ ቅዱስ እርዳታ ያስፈልገናል።
ፈተና ምእንቲ ኜንጻሚር፡ ንኣገልግሎት ተባዓትን ዕጡቓትን ምእንቲ ኜንኚውን፡ ጜቡቕ ውሳነታት ድማ ምእንቲ ኜንገብር፡ መንፈስ ቅዱስ ዚድልዚና እዩ።
4,643

4,644
am_tg
እንግዲያው ዚጉባኀ ስብሰባዎቜን ጚምሮ፣ ይህን መንፈስ ማግኘት ዚምንቜልበት ማንኛውም አጋጣሚ እንዲያመልጠን አንፍቀድ።
ነቲ መንፈስ እቲ ንምርካብ፡ ንእንሚኜቊ ዘበለ ዅሉ ኣጋጣሚታት፡ እንተላይ ንኣኌባታት ጉባኀ ኜንጥቀመሉዶ ኣይግባእን፧
4,645

4,646
am_tg
በብዙዎቹ ስብሰባዎቻቜን ላይ ዚመጜሐፍ ቅዱስን ትንቢቶቜ ፍጻሜ እንመሚምራለን።
ኣብ ሓያሎ ኣኌባታትና፡ ፍጻመ ትንቢት መጜሓፍ ቅዱስ ንምርምር ኢና።
4,647

4,648
am_tg
ይህ ደግሞ ይሖዋ ስለ ወደፊቱ ጊዜ ዚሰጣ቞ው ተስፋዎቜም እንደሚፈጞሙ ያለንን እምነት ያጠናክርልናል።
ኹም ውጜኢቱ ድማ፡ እቲ ዹሆዋ ዘተስፈወና ናይ መጻኢ ተስፋታት ኹም ዚፍጾም ዘሎና እምነት ይድልድል እዩ።
4,649

4,650
am_tg
እርግጥ ነው፣ ማበሚታቻ ዹምናገኘው ኚመድሚክ ኹሚቀርበው ትምህርት ብቻ አይደለም።
እቶም ኣብ መድሚኜ ኰይኖም ዚዛሚቡ ጥራይ ኣይኰኑን ዜተባብዑና።
4,651

4,652
am_tg
በስብሰባዎቜ ላይ ሐሳብ ዚሚሰጡና ኚልባ቞ው ዚሚዘምሩ ዚእምነት ባልንጀሮቻቜንም ያንጹናል።
ሓሳባት ዚህቡን ካብ ልቩም ዚዝምሩን ክርስትያናት ብጟትና እውን ይሃንጹና እዮም።
4,653

4,654
am_tg
በተጚማሪም ኚስብሰባዎቻቜን በፊትና በኋላ ኚወንድሞቻቜንና ኚእህቶቻቜን ጋር ስንጚዋወት፣ ኚልብ ዚሚወዱን ወዳጆቜ እንዳሉን ስለምንገነዘብ መንፈሳቜን ይታደሳል።
ቅድሚ ኣኌባን ድሕሪኡን ምስ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንዛራሚብ ኹለና ኞኣ፡ ዚፈትዉና ፈተውትና ስለ ዝሚኞብና፡ ናይ ሓቂ እፎይታ ይስምዓና።
4,655

4,656
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ በመጚሚሻዎቹ ቀናት ክፋት በኹፍተኛ ሁኔታ እንደሚባባስ ይነግሚናል።
መጜሓፍ ቅዱስ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት እኚይ ኣመና ኾም ዚውስኜ ይሕብር እዩ።
4,657

4,658
am_tg
በመሆኑም ዓለም በአሁኑ ጊዜ መጥፎ ሁኔታ ላይ ቢሆንም ወደፊት ኹዚህም እዚኚፋ እንደሚሄድ መጠበቅ እንቜላለን።
ስለዚ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኜፉእ ኵነታት ዓለም እናገደደ ኪኞይድ ክንጜበ ንኜእል ኢና።
4,659

4,660
am_tg
ይሁንና ታላቁ መኚራ ኚመጀመሩ በፊት ነገሮቜ ምን ያህል ዹኹፉ እንደሚሆኑ ትጠብቃለህ?
ግናኞ፡ ብርቱዕ ጞበባ ቕድሚ ምምጻኡ፡ ኵነታት ዓለም ክሳዕ ክንደይ ኪኞፍእ ኢኻ እትጜበ፧
4,661

4,662
am_tg
ለምሳሌ በዚአገሩ ጊርነት እንደሚነሳ፣ ማንም ሰው ዚሚላስ ዚሚቀመስ እንደማያገኝና በዚቀቱ ዚታመመ ሰው እንደሚኖር ትጠብቃለህ?
ንኣብነት፡ ኣብ ሃሃገሩ ውግእ ኪኞውን፡ መብዛሕትኊም ሰባት ኚኣ ብጥሜትን ብሕማምን ኪሳቐዩ ዲኻ እትጜበ፧
4,663

4,664
am_tg
ሁኔታዎቜ እዚህ ደሹጃ ላይ ኚደሚሱ ተጠራጣሪዎቜ እንኳ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትንቢት ፍጻሜውን እያገኘ እንዳለ አምነው ለመቀበል ይገደዳሉ።
ኚምኡ እንተ ዀይኑ እሞ፡ ዳርጋ ዅሉ ሰብ፡ እቶም ብመጜሓፍ ቅዱስ ዚጠራጠሩ ሰባት እውን ኚይተሚፈ፡ ፍጻመ ትንቢት መጜሓፍ ቅዱስ ኹም ዝዀነ ኺእመኑሉ እዮም።
4,665

4,666
am_tg
ሆኖም ኢዚሱስ አብዛኞቹ ሰዎቜ በዕለት ተዕለት ሕይወታ቞ው ኚመጠመዳ቞ው ዚተነሳ እስኚ መጚሚሻው ሰዓት ድሚስ ዚመገኘቱን ምልክት ፈጜሞ እንደማያስተውሉ ተናግሯል።
ይኹን እምበር፡ ዚሱስ መብዛሕትኊም ሰባት ነቲ ንሱ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ኹም ዘዚስተውዕልሉ፡ መዓልታዊ ናብራኊም እናገበሩ ኾለዉ ድማ መዓልቲ ዹሆዋ ደበኜ ኢላ ኾም እትመጟም እዩ ገሊጹ።
4,667

4,668
am_tg
ቅዱሳን መጻሕፍት፣ በመጚሚሻዎቹ ቀናት በዓለም ላይ ዹሚኖሹው ሁኔታ እጅግ መጥፎ ኹመሆኑ ዚተነሳ ሰዎቜ መጚሚሻው መቅሚቡን እንዲያምኑ ዚሚያደርግ ነገር እንደሚኖር አይገልጹም።
ቅዱሳት ጜሑፋት፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ዚህሉ ዅነታት ዓለም፡ ሰባት መወዳእታ ኾም ዝቐሹበ ኾይፈተዉ ኜሳዕ ዚእመኑ ኣዝዩ ኾም ዚኞፍእ ኣይገልጜን እዩ።
4,669

4,670
am_tg
እምነት በሰብዓዊ ዓይን ሲታይ ዚማይቻል ዚሚመስሉ ነገሮቜን እንድናደርግ ያስቜለናል።
እምነትና ብሰብኣዊ ዓይኒ ኺርአ ኾሎ ዘይኚኣል ዚመስል ነገር ክንገብር ተኜእለና እያ።
4,671

4,672
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ አብዛኞቻቜን ዚቀድሞ ማንነታቜንን ያውቁ ዚነበሩ ሰዎቜ ሊለዩን እስኚማይቜሉ ድሚስ አስተሳሰባቜንና ድርጊታቜን በኹፍተኛ ሁኔታ ተለውጧል።
ንኣብነት፡ መብዛሕትና ኣሚኣእያናን ተግባራትናን ኣመና ስለ ዝቐዚርና፡ እቶም ኣቐዲሞም ዚፈልጡና ዳርጋ ኌለልዩና ዘይክእሉ ዄንና ኢና።
4,673

4,674
am_tg
ይሖዋ በእሱ በመታመን እነዚህን እርምጃዎቜ በመውሰዳቜን ጥሚታቜንን ባርኮልናል።
ነዚ ስጕምቲ እዚ ብመሰሚት እታ ብዚሆዋ ዘላትና እምነት ስለ ዝገበርናዮ፡ ዹሆዋ ንጻዕርታትና ደጊፍዎ እዩ።
4,675

4,676
am_tg
በእምነት ተነሳስተን ራሳቜንን ለይሖዋ ኹወሰንን በኋላ ኚእሱ ጋር ወዳጅነት መመሥሚት ቜለናልፀ ይህ ደግሞ በራሳቜን ኃይል ልናደርገው ዚምንቜለው ነገር አይደለም።
ብእምነትና ተደሪኜና ርእስና ንዹሆዋ ምስ ወፈና፡ ፈተውቱ ኢና እንኞውን፣ እዚ ድማ ባዕልና ኜንገብሮ እንኜእል ኣይኰነን።
4,677

4,678
am_tg
እምነታቜን ምንጊዜም ጠንካሮቜ እንድንሆን ያደርገናል።
ድሕሪኡ እውን እምነትና ጕልበት ትዀነና እያ።
4,679
tg_am
ድሕሪኡ እውን እምነትና ጕልበት ትዀነና እያ።
እምነታቜን ምንጊዜም ጠንካሮቜ እንድንሆን ያደርገናል።
4,680
am_tg
ኹሰው በላይ ኃይል ያለው ጠላታቜን ዲያብሎስ ዚሚሰነዝርብንን ጥቃት መቋቋም ዚቻልነው በእምነት ነው።
ነቲ ኻብ ሰብ ዝሓዹለ መጻርርትና ድያብሎስ ዚፍንዎ መጥቃዕትታት፡ ብእምነት ኢና እንጻሚሮ።
4,681

4,682
am_tg
በተጚማሪም በይሖዋ መታመናቜን ፈታኝ በሆኑ ወቅቶቜ ኹልክ በላይ በጭንቀት እንዳንዋጥ ይሚዳናል።
ብዘይካዚ እውን፡ ብዚሆዋ እንእመን ስለ ዝዀንና፡ ኣብ ኣጞጋሚ ግዜያት ንዚፍጠር ጭንቀትና ይንክዮ እዩ።
4,683

4,684
am_tg
ይሖዋ በእምነት ተነሳስተን ኚመንግሥቱ ጋር ዚተያያዙ ጉዳዮቜን ዚምናስቀድም ኹሆነ ቁሳዊ ፍላጎታቜንን እንደሚያሟላልን ቃል ገብቷል።
ብእምነትና ተደሪኜና ንሚብሓታት መንግስቲ ኣምላኜ ምስ እነቐድም፡ ዹሆዋ ዜድልዚና ስጋዊ ነገራት ኹም ዜማልኣልና ቓል ኣትዩልና ኣሎ።
4,685

4,686
am_tg
ኹዚህ በላይ ደግሞ እምነታቜን፣ ዚትኛውም ሰው በራሱ ጥሚት ሊያገኝ ዚማይቜለውን ስጊታ ይኾውም ዹዘላለም ሕይወት ያስገኝልናል።
ኣብ ርእሲ እዚ ድማ፡ ሳላ እምነትና፡ ሰብ ብጻዕሩ ዘይሚኜቊ ውህበት፡ ማለት ናይ ዘለኣለም ህይወት ክንሚክብ ንኜእል ኢና።
4,687

4,688
am_tg
አምላክ አስቀድሞ ዹወደደን በምን መንገድ ነው?
ኣምላኜ ቅድም ዘፍቀሹና ብኞመይ እዩ፧
4,689
tg_am
ኣምላኜ ቅድም ዘፍቀሹና ብኞመይ እዩ፧
አምላክ አስቀድሞ ዹወደደን በምን መንገድ ነው?
4,690
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ አምላክ ገና ኃጢአተኞቜ ሳለን ክርስቶስ እንዲሞትልን በማድሚግ ለእኛ ያለውን ዚራሱን ፍቅር አሳይቷል ብሏል።
ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ንሕና ገና ሓጥኣን ኚለና፡ ክርስቶስ ምእንታና ብሙማቱ፡ ኣምላኜ ንፍቕሩ በዚ ዚርእዚና ኣሎ ኢሉ ጞሓፈ።
4,691

4,692
am_tg
ፍቅር ዹይሖዋ ዋነኛ ባሕርይ ነውፀ በመሆኑም ኢዚሱስ፣ አምላክ ዹሰጠው ዚመጀመሪያው ትእዛዝ ዚቱ እንደሆነ ጥያቄ ላቀሚበለት ሰው አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህ፣ በሙሉ አእምሮህና በሙሉ ኃይልህ ውደድ በማለት መልስ ዹሰጠው ለምን እንደሆነ መሚዳት አያዳግትም።
ፍቕሪ ዓብላሊት ባህርይ ዹሆዋ እያ፣ ስለዚ ኞኣ ዚሱስ ንሓደ ሓታቲ ብዛዕባ ናይ መጀመርታ ሕጊ ኣምላኜ ኪነግሮ ኞሎ፡ ንዹሆዋ ኣምላኜካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ብምሉእ ሓይልኻን ኣፍቅሮ በሎ።
4,693

4,694
am_tg
ኢዚሱስ፣ አምላክን ስለ መውደድ ሲናገር መጀመሪያ ላይ ዹጠቀሰው ልብን እንደሆነ መመልኚት እንቜላለን።
ካብ ቃላት ዚሱስ፡ ንኣምላኜ ዘላትና ፍቕሪ፡ ቅድሚ ዅሉ ንልብና ኾም እተጠቓልል ንመሃር ኢና።
4,695

4,696
am_tg
ይሖዋ ዹተኹፈለ ልብ አያስደስተውም።
ፍርቂ ዝልቡ ምዃን ንዹሆዋ ኣዚሐጕሶን እዩ።
4,697
tg_am
ፍርቂ ዝልቡ ምዃን ንዹሆዋ ኣዚሐጕሶን እዩ።
ይሖዋ ዹተኹፈለ ልብ አያስደስተውም።
4,698
am_tg
ይሁን እንጂ በሙሉ ነፍሳቜን፣ በሙሉ አእምሯቜንና በሙሉ ኃይላቜን አምላክን መውደድ እንዳለብንም መዘንጋት አይኖርብንም።
ይኹን እምበር፡ ንኣምላኜ ዘላትና ፍቕሪ ንምሉእ ነፍስናን ኣእምሮናን ሓይልናን እውን ኹም እተጠቓልል ንፈልጥ ኢና።
4,699