Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,700
am_tg
ይህም ማለት ለአምላክ ያለን እውነተኛ ፍቅር እንዲሁ ኚልባቜን ብቻ ዹሚመነጭ ስሜት እንዳልሆነ ያስገነዝበናል።
ስለዚ፡ ንኣምላኜ ዘሎና ናይ ሓቂ ፍቕሪ፡ ብልብና ዚስምዓና ነገር ጥራይ ኣይኰነን።
4,701
tg_am

4,702
am_tg
ለአምላክ ያለን ፍቅር ኚልብ ዹሚመነጭ ኹመሆንም አልፎ መንፈሳዊና አካላዊ ቜሎታዎቻቜንን በሙሉ ዹሚጹምር መሆን አለበት።
ንኣምላኜ ዘላትና ፍቕሪ ልባዊ ኜትኚውን ኣለዋ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵሉ መንፈሳውን ስጋውን ክእለትና እውን ዚሓቍፍ ኪኞውን ኣለዎ።
4,703

4,704
am_tg
ነቢዩ ሚክያስ በገለጾው መሠሚት ይሖዋ ኚእኛ ዹሚፈልገው ይህን ነው።
ኚምቲ ነብዪ ሚክያስ ዝበሎ፡ ዹሆዋ ኻባና ዚደልዮ እዚ እዩ።
4,705

4,706
am_tg
በሕይወታቜን ውስጥ ዹአምላክን እጅ በግልጜ ማዚት ዚሚሳነን ለምን ሊሆን ይቜላል?
ኢድ ኣምላኜ ኣብ ህይወትና ብንጹር ዘይንርእዚሉ ገለ ምኜንያታት እንታይ ኪኞውን ይኜእል፧
4,707

4,708
am_tg
ዚሕይወት ውጣ ውሚዶቜ አስተሳሰባቜንን ሊቆጣጠሩት ይቜላሉ።
ኣብ ህይወትና ዜጋጥመና ጞገማት ኣመና ኪኞብደና ይኜእል እዩ።
4,709
tg_am
ኣብ ህይወትና ዜጋጥመና ጞገማት ኣመና ኪኞብደና ይኜእል እዩ።
ዚሕይወት ውጣ ውሚዶቜ አስተሳሰባቜንን ሊቆጣጠሩት ይቜላሉ።
4,710
am_tg
እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ይሖዋ ኹዚህ በፊት እንዎት እንደሚዳን ማዚት ሊሳነን ይቜላል።
ኚምኡ ኌጋጥመና ኞሎ፡ ዹሆዋ ኾመይ ገይሩ ኾም ዝሓገዝና ኣይነተኵሚሉን ንኞውን።
4,711

4,712
am_tg
ንግሥት ኀልዛቀል፣ ነቢዩ ኀልያስን እንደምትገድለው በዛተቜ ጊዜ ኀልያስ፣ አምላክ ኹዚህ በፊት ያደሚገለትን ነገር ለተወሰነ ጊዜም ቢሆን ዘንግቶ ነበር።
ንግስቲ ኢዛቀል ንነብዪ ኀልያስ ኹም እትቐትሎ ምስ ኣጕባዕብዓትሉ፡ ኀልያስ እኳ ኾይተሹፈ ንእተወሰነ ህሞት ኣምላኜ ኹመይ ኹም ዝደገፎ ሚሲዑ እዩ።
4,713

4,714
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ፣ ኀልያስ እንዲሞትም መለመን ጀመሹ ይላል።
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኀልያስ፡ ኪመውት ለመነ ይብል እዩ።
4,715
tg_am
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኀልያስ፡ ኪመውት ለመነ ይብል እዩ።
መጜሐፍ ቅዱስ፣ ኀልያስ እንዲሞትም መለመን ጀመሹ ይላል።
4,716
am_tg
ኀልያስ ያጋጠመው ቜግር መፍትሔ ምን ነበር?
ነቲ ንኀልያስ ዘጋጠሞ ጞገም፡ ፍታሑ እንታይ እዩ ነይሩ፧
4,717
tg_am
ነቲ ንኀልያስ ዘጋጠሞ ጞገም፡ ፍታሑ እንታይ እዩ ነይሩ፧
ኀልያስ ያጋጠመው ቜግር መፍትሔ ምን ነበር?
4,718
am_tg
ይሖዋ ብርታት እንዲሰጠው መጠዹቅ ነበሚበት።
ካብ ዹሆዋ ምትብባዕ ኪሚክብ ነይርዎ።
4,719
tg_am
ካብ ዹሆዋ ምትብባዕ ኪሚክብ ነይርዎ።
ይሖዋ ብርታት እንዲሰጠው መጠዹቅ ነበሚበት።
4,720
am_tg
ኢዮብም ባስጚነቁት ጉዳዮቜ ኚመዋጡ ዚተነሳ ነገሮቜን ኹአምላክ አንጻር መመልኚት ተስኖት ነበር።
እዮብ በቲ ዘተሓሳሰቊ ጕዳይ ኣቓልቊኡ ኣመና ስለ እተሰርቀ፡ ብኣሚኣእያ ኣምላኜ ኣይኰነን ዚርኢ ነይሩ።
4,721

4,722
am_tg
እኛም አምላክ እንዲታዚን እንደ ኢዮብ ኹፍተኛ ጥሚት ማድሚግ ሊያስፈልገን ይቜላል።
ንሕና እውን ኹም እዮብ፡ ንኣምላኜ ምእንቲ ኜንርእዮ፡ ዝያዳ ጻዕሪ ኜንገብር ዚድልዚና እዩ።
4,723

4,724
am_tg
ይህን ማድሚግ ዚምንቜለው እንዎት ነው?
ኹመይ ጌርና ኢና ኞምኡ እንገብር፧
4,725
tg_am
ኹመይ ጌርና ኢና ኞምኡ እንገብር፧
ይህን ማድሚግ ዚምንቜለው እንዎት ነው?
4,726
am_tg
ቅዱሳን መጻሕፍት በሚፈነጥቁልን ብርሃን ተጠቅመን ባጋጠመን ሁኔታ ላይ በማሰላሰል ነው።
ነቲ ቕዱሳት ጜሑፋት ብዛዕባ እቲ ዜጋጥመና ጞገማት ዚብሎ ነገራት ኚነስተንትነሉ ኣሎና።
4,727

4,728
am_tg
ይሖዋ እንዎት እዚሚዳን እንዳለ ስንገነዘብ እሱ ይበልጥ እውን ይሆንልናል።
ዹሆዋ ኾመይ ገይሩ ኾም ዚድግፈና እናፈለጥና ምስ ኚድና፡ ብዝያዳ ህያው እዩ ዚዀነልና።
4,729

4,730
am_tg
ኢዚሱስ አገልግሎቱን ባኚናወነበት ወቅት ትኩሚቱን ሊኹፋፍሉ ዚሚቜሉ ብዙ ነገሮቜ አጋጥመውት ነበርፀ እሱ ግን ለእነዚህ ነገሮቜ አልተሞነፈም።
ዚሱስ ኣብ ኣገልግሎቱ ብዙሕ ኬስግሎ ዚኜእል ነገራት እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ ኣዚስገለን።
4,731

4,732
am_tg
በአገልግሎቱ መጀመሪያ ላይ በቅፍርናሆም ብዙ ሕዝብ ካስተማሚና ተአምር ኹፈጾመ በኋላ ዹኹተማዋ ነዋሪዎቜ እዚያው እንዲቆይ ለመኑት።
ኣገልግሎቱ ኣብ ዝጀመሹሉ እዋን፡ ኣብ ቅፍርናሆም ንህዝቢ ምስ መሃሹን ተኣምራት ምስ ገበሚን፡ እቶም ህዝቢ ኻብ ኹተማኩም ኚይኚይድ ለመንዎ።
4,733

4,734
am_tg
ታዲያ ኢዚሱስ ሰዎቹ ባቀሚቡለት በዚህ ጥያቄ ተሾንግሎ ይሆን?
ዚሱስ ነቲ ዜህርር ልማኖኩም እንታይ ምላሜ ሂቡሉ፧
4,735
tg_am
ዚሱስ ነቲ ዜህርር ልማኖኩም እንታይ ምላሜ ሂቡሉ፧
ታዲያ ኢዚሱስ ሰዎቹ ባቀሚቡለት በዚህ ጥያቄ ተሾንግሎ ይሆን?
4,736
am_tg
በፍጹምፀ ለሌሎቜ ኚተሞቜም ዹአምላክን መንግሥት ምሥራቜ ማወጅ አለብኝፀ ምክንያቱም ዚተላክሁት ለዚህ ዓላማ ነው ሲል ተናግሯል።
ስለዚ እዚ እተለኣኜኩ እሞ፡ ንኻልኊት ኚተማታት ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ኚበስሚን ይግብኣኒ እዩ በለ።
4,737

4,738
am_tg
ኢዚሱስ ልክ እንደተናገሚው እዚሰበኚና እያስተማሚ በመላው ዚፓለስቲና ምድር ተዘዋውሯል።
ኚምቲ ዝበሎ ኞኣ፡ ኣብ ምድሪ ፍልስጥኀም ብምንዋሓን ብምግፋሓን ተጓዒዙ ሰቢኹን ምሂሩን እዩ።
4,739

4,740
am_tg
ፍጹም ቢሆንም እንኳ እንደ ማንኛውም ሰው መሠሚታዊ ነገሮቜ ያስፈልጉት ነበርፀ እንዲሁም በአምላክ አገልግሎት በትጋት በመካፈሉ በጣም ዹደኹመው ጊዜ ነበር።
ፍጹም እኳ እንተ ነበሚ፡ ኹም ሰብ መጠን ዜድልዮ ነገራት ነይሩ እዩ፣ ኣገልግሎት ኣምላኜ ኪዓዪ ኾሎ ድማ ብዙሕ ይደክም ነይሩ እዩ።
4,741

4,742
am_tg
በሌላ ጊዜ ደግሞ ኢዚሱስ ተኚታዮቹ ዚሚያጋጥማ቞ውን ተቃውሞ እንዎት መቋቋም እንደሚቜሉ እያስተማራ቞ው ሳለ አንድ ሰው በንግግሩ መሃል ጣልቃ ገብቶ መምህር፣ ወንድሜ ውርሳቜንን እንዲያካፍለኝ ንገሹው አለው።
ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ፡ ዚሱስ ንሰዓብቱ ምጜራር ኬጓንፎም ኹሎ እንታይ ኪገብሩ ኾም ዘለዎም ኪምህሮም ኚሎ፡ ሓደ ሰብኣይ፡ መምህር፡ ንሓወይ ርስቲ ኺመቕለኒ ንገሹለይ በሎ።
4,743

4,744
am_tg
ኢዚሱስ ግን እዚህ ጭቅጭቅ ውስጥ መግባት አልፈለገም።
ዚሱስ ግና፡ ኣብቲ ጕዳይ ኪኣቱ ኣይደለዚን።
4,745
tg_am
ዚሱስ ግና፡ ኣብቲ ጕዳይ ኪኣቱ ኣይደለዚን።
ኢዚሱስ ግን እዚህ ጭቅጭቅ ውስጥ መግባት አልፈለገም።
4,746
am_tg
ፍቅር ዋነኛውና ኹሁሉ ዹላቀው ዹአምላክ ባሕርይ ነው።
ፍቕሪ ናይ ኣምላኜ ቀንዲ፡ ማለት ኣገዳሲት ባህርዩ እያ።
4,747
tg_am
ፍቕሪ ናይ ኣምላኜ ቀንዲ፡ ማለት ኣገዳሲት ባህርዩ እያ።
ፍቅር ዋነኛውና ኹሁሉ ዹላቀው ዹአምላክ ባሕርይ ነው።
4,748
am_tg
ይሖዋ አፍቃሪ ብቻ ሳይሆን ዹፍቅር ተምሳሌት ነው።
ዹሆዋ ፍቕሪ ኣላቶ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵለንትናኡ እውን ፍቕሪ እዩ።
4,749

4,750
am_tg
ዚጜንፈ ዓለምና ዹሁሉም ሕይወት ያላ቞ው ነገሮቜ ፈጣሪ ዹፍቅር አምላክ መሆኑን ማወቅ ምንኛ ዚሚያስደስት ነው! ይሖዋ ማንኛውንም ነገር ዚሚያደርገው በፍቅር ተነሳስቶ ነው።
እቲ ፈጣሪ ዅሉ ግኡዝን ህያውን ፍጥሚታት፡ ኣምላኜ ፍቕሪ ኾም ዝዀነ ምፍላጥሲ ኜሳዕ ክንደይ ባህ ዜብል ኰን እዩ! ኵሉ ነገራት በዛ ባህርይ እዚኣ ተደሪኹ እዩ ዚገብሮ።
4,751

4,752
am_tg
አምላክ ለፍጡራኑ ደግነት ዚሚንጞባሚቅበትና ጥልቅ ዹሆነ ፍቅር ያለው መሆኑ፣ ለሰው ዘር ቀተሰብ ያለው ዓላማ በሙሉ ኹሁሉ በተሻለ መንገድ እንደሚፈጞምና ይህም በእሱ አገዛዝ ሥር ላሉ ሁሉ ወደር ዹሌለው ጥቅም እንደሚያስገኝ ለመተማመን ያስቜለናል።
እታ ኣምላኜ ዘላቶ ሓያል ፍቕሪ፡ ኣምላኜ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ብዝበለጞ መገዲ ኾም ዚፍጜሞ፡ ተገዛእቱ ዝዀኑ ዅሎም ድማ ብዙሕ ጥቕሚ ኾም ዚሚኜቡ ተሹጋግጾልና እያ።
4,753

4,754
am_tg
ለምሳሌ፣ ይሖዋ በሟመው ሰው በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት በዓለም ሁሉ ላይ በጜድቅ ለመፍሚድ ዓላማ ያለው ሲሆን ይህን ለማድሚግም ቀን ወስኗልፀ እንዲህ ያደሚገው በፍቅር ተነሳስቶ ነው።
ንኣብነት፡ ዹሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ፡ በቲ ዝሾሞ ሰብኣይ ዚሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ንዓለም ብጜድቂ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ኣሎ።
4,755

4,756
am_tg
ይህ ዓላማው መፈጾሙ እንደማይቀር እርግጠኛ መሆን እንቜላለን።
እዚ ኾም ዚፍጾም ድማ ክንተኣማመን ንኜእል ኢና።
4,757
tg_am
እዚ ኾም ዚፍጾም ድማ ክንተኣማመን ንኜእል ኢና።
ይህ ዓላማው መፈጾሙ እንደማይቀር እርግጠኛ መሆን እንቜላለን።
4,758
am_tg
ትክክለኛ ዚልብ ዝንባሌ ያላ቞ውና ታዛዥ ዹሆኑ ሰዎቜ መልካም ፍርድ ዹሚበዹንላቾው ሲሆን ይህም በበሚኚት ዹተሞላና ማብቂያ ዹሌለው ዘላለማዊ ሕይወት ያስገኝላ቞ዋል።
እቶም ዘንቀዱን እዙዛትን ሰባት ዚሚኜብዎ ፍርዲ ንዘለኣለም ዚቕጜል ናይ ሓቂ እተባሚኞ መጻኢ ኌምጜኣሎም እዩ።
4,759

4,760
am_tg
ሐዋርያቱ ወሳኝ በሆነ ጊዜ ላይ ኢዚሱስን ጥለውት ሞሜተዋል።
ኣብ ኣገዳሲ ህሞት፡ ሃዋርያት ንዚሱስ ሓዲጎምዎ ሃዲሞም እዮም።
4,761
tg_am
ኣብ ኣገዳሲ ህሞት፡ ሃዋርያት ንዚሱስ ሓዲጎምዎ ሃዲሞም እዮም።
ሐዋርያቱ ወሳኝ በሆነ ጊዜ ላይ ኢዚሱስን ጥለውት ሞሜተዋል።
4,762
am_tg
ቀደም ሲል ጎጥሮስ፣ ሌሎቹ ኢዚሱስን ቢተዉት እንኳ እሱ እንደማይተወው ተናግሮ ነበር።
ጎጥሮስ ኣቐድም ኣቢሉ፡ ካልኊት እኳ ንዚሱስ ሓዲጎምዎ እንተ ሃደሙ፡ ንሱ ፈጺሙ ኾም ዘይሓድጎ ተዛሪቡ ነይሩ እዩ።
4,763

4,764
am_tg
ዚሚያሳዝነው ግን ኢዚሱስ ሲያዝ፣ ጎጥሮስን ጚምሮ ሐዋርያቱ ሁሉ ጥለውት ሞሹ።
ዚሱስ ኪእሰር ምስ ተወስደ ግና፡ ኵሎም ሃዋርያት፡ እንተላይ ጎጥሮስ ሓዲጎምዎ ሃደሙ።
4,765

4,766
am_tg
ጎጥሮስ ኢዚሱስን ጚርሶ እንደማያውቀው በመግለጜ በተደጋጋሚ ጊዜ ካደው።
ጎጥሮስ ብተደጋጋሚ ንዚሱስ ኹም ዘይፈልጩ ኞሓደ።
4,767

4,768
am_tg
ያም ሆኖ ጎጥሮስ በመጞጞቱ ይሖዋ ኚዚያም በኋላ ተጠቅሞበታል።
ይኹን እምበር፡ ጎጥሮስ ተጣዒሱ እዩ፣ ዹሆዋ ኞኣ ብቐጻሊ ተጠቒሙሉ እዩ።
4,769

4,770
am_tg
በዚያን ጊዜ ዚምትኖር ዚኢዚሱስ ደቀ መዝሙር ብትሆን ኖሮ ዚጎጥሮስ ድርጊት ይሖዋን በታማኝነት እንዳታገለግል እንቅፋት ይሆንብህ ነበር?
ኣብቲ እዋን እቲ ወደ መዝሙር ኔርካ እንተ ትኞውን፡ እቲ ጎጥሮስ ዝገበሮ ነገራት ነቲ ንዹሆዋ ዘሎካ ተኣማንነት ምጞለዎዶ ነይሩ፧
4,771

4,772
am_tg
በዛሬው ጊዜ ይሖዋ ስህተት ዚሠሩ ሰዎቜ ንስሐ እንዲገቡ ጊዜ እንደሚሰጣ቞ው እንዲሁም ዹተፈጾመውን ስህተት ውሎ አድሮ እንደሚያስተካክለውና ትክክለኛውን እርምጃ እንደሚወስድ ትተማመናለህ?
ሎሚ ዹሆዋ ነቶም በደለኛታት ኪንስሑ ግዜ ይህቩም ኹም ዘሎ እሞ፡ ኣብ መወዳእታኡ ነቲ ጕድለት ኹም ዚእርሞን ፍትሓዊ ስጕምቲ ኾም ዚወስድን ትግንዘብ ዲኻ፧
4,773

4,774
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ ኚባድ ኃጢአት ዹፈጾሙ አንዳንድ ሰዎቜ ንስሐ ገብተው ዹይሖዋን ምሕሚት ለማግኘት ጥሚት ላያደርጉ ይቜላሉ።
ሓድሓደ ግዜ ግና፡ እቶም ኚቢድ ሓጢኣት ዝፈጾሙ ሰባት ንምሕሚት ዹሆዋ ይነጜግዎ፡ ኣይንስሑን ድማ።
4,775

4,776
am_tg
ይሖዋ ሰዎቜን ሲመለኚት ትኩሚት ዹሚሰጠው ለውጫዊ ገጜታ቞ው አይደለም።
ዹሆዋ ንሰባት ኪርእዮም ኚሎ፡ ኣብ ደጋዊ ትርኢቶም ኣይኰነን ዜተኵር።
4,777

4,778
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ልባ቞ውን ይኾውም ውስጣዊ ማንነታ቞ውን ይመሚምራል።
ዚግዳስ፡ ልቢ ወይ ውሜጣዊ እንታይነት እዩ ዚምርምር።
4,779
tg_am
ዚግዳስ፡ ልቢ ወይ ውሜጣዊ እንታይነት እዩ ዚምርምር።
ኹዚህ ይልቅ ልባ቞ውን ይኾውም ውስጣዊ ማንነታ቞ውን ይመሚምራል።
4,780
am_tg
አምላክ ዚክርስቲያን ጉባኀን ሲያቋቁም ያደሚገው ነገር ይህን በግልጜ ያሳያል።
ኣምላኜ ንክርስትያናዊት ጉባኀ ኺድኵና ኞሎ፡ እዚ ኣጞቢቑ ተራእዩ እዩ።
4,781

4,782
am_tg
ኚሰብዓዊ አመለካኚት አንጻር እምብዛም ዹማይፈለጉ ዚሚመስሉ ብዙ ሰዎቜን ወደ ራሱና ወደ ልጁ ስቧል።
ብዓይኒ ሰብ ዘይብሃጉ ዚመስሉ ንዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ናብኡን ናብ ወዱን ስሒብዎም እዩ።
4,783

4,784
am_tg
ሳኊል ዚተባለን ፈሪሳዊ እንደ ምሳሌ መውሰድ ይቻላል።
ሓደ ኻባታቶም እቲ ሳውል ዝስሙ ፈሪሳዊ እዩ ነይሩ።
4,785
tg_am
ሓደ ኻባታቶም እቲ ሳውል ዝስሙ ፈሪሳዊ እዩ ነይሩ።
ሳኊል ዚተባለን ፈሪሳዊ እንደ ምሳሌ መውሰድ ይቻላል።
4,786
am_tg
ልብን ዹሚመሹምሹው አምላክ ሳኊልን ዋጋ እንደሌለው ሾክላ አድርጎ አልቆጠሚውም።
እቲ ንልቢ ዚምርምሮ ኣምላኜ ግና፡ ንሳውል ኹም ዘይሚብሕ ጭቃ ገይሩ ኣይሚኣዮን።
4,787

4,788
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ውድ ዕቃ ተደርጎ ሊቀሚጜ እንደሚቜል ዹሾክላ አፈር አድርጎ ተመልክቶታልፀ እንዲያውም በአሕዛብ እንዲሁም በነገሥታትና በእስራኀል ልጆቜ ፊት ዹሚመሠክር ዹተመሹጠ ዕቃ ተብሎ ተጠርቷል።
ዚግዳስ፡ ተቐሪጹ ተባሃጊ ኣቕሓ ኪኞውን ኹም ዚኜእል ገይሩ እዩ ርእይዎ፣ አሚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣህዛብን ነገስታትን ደቂ እስራኀልን ዚምስክር ሕሩይ ኣቕሓ ኾም ዚኾውን ገይሩ እውን እዩ ርእይዎ።
4,789

4,790
am_tg
በተጚማሪም አምላክ ቀደም ሲል ሰካራሞቜ፣ ዚፆታ ብልግና ዚሚፈጜሙና ሌቊቜ ዚነበሩ አንዳንድ ሰዎቜን ክቡር ለሆነ አገልግሎት ሊውሉ እንደሚቜሉ ዕቃዎቜ አድርጎ ተመልክቷ቞ዋል።
ኣምላኜ፡ ኣቐዲሞም ሰኜራማትን ኣመንዝራታትን ሰሚቕትን ዝነበሩ ገሊኩም ሰባት እውን፡ ንኜብሪ ዚኾውን ኣቕሑ ኪዀኑ ዕቑር ዓቕሚ ኾም ዘለዎም ርእዩ እዩ።
4,791

4,792
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ኹአምላክ ቃል ትክክለኛ እውቀት እዚቀሰሙና እምነታ቞ው እያደገ ሲሄድ በይሖዋ ለመቀሚጜ ፈቃደኞቜ ሆነዋል።
ንሳቶም ድማ ልክዕ ፍልጠት ቃል ኣምላኜ ብዝሚኞቡን እምነቶም ብዘርኣዩን መጠን፡ ዹሆዋ ኪቐርጟም ፈቒዶምሉ እዮም።
4,793

4,794
am_tg
እንዲህ ያለውን ክፍፍል ዚሚፈጥር አመለካኚት ለማስወገድ መፍትሔው ምንድን ነው?
ንኾምዚ ዓይነት ዚዘርግ ኣተሓሳስባ እንታይ እዩ መፍትሒኡ፧
4,795

4,796
am_tg
ጳውሎስ ለክርስቲያኖቜ ዹሚኹተለውን ምክር ሰጥቷ቞ዋልፊ ወንድሞቜ፣ ሁላቜሁም ንግግራቜሁ አንድ እንዲሆንና በመካኚላቜሁ መኹፋፈል እንዳይኖር፣ ኹዚህ ይልቅ በአስተሳሰብም ሆነ በዓላማ ፍጹም አንድነት እንዲኖራቜሁ አጥብቄ አሳስባቜኋለሁ።
ጳውሎስ ነቶም ክርስትያናት፡ ኣሕዋተዚ፡ ኵላትኩም ሓደ ዘሚባ ኜትዛሚቡ፡ ብሓደ ኣእምሮን ብሓደ ሓሳብን ፍጹም ሓድነት ኪህልወኩም እምበር፡ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ኚይህሉ፡ እምሕጞነኩም ኣለኹ በሎም።
4,797

4,798
am_tg
ዛሬም ቢሆን በክርስቲያን ጉባኀ ውስጥ ምንም ዓይነት መኹፋፈል ሊኖር አይገባም።
ሎሚ እውን እንተ ዀነ፡ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኀ ፍልልይ ዜስዕብ ዝዀነ ይኹን ነገር ኪህሉ ዚብሉን።
4,799