Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
50,900
am_tg
በጊብዓ ዘመን እንደነበሚው፣ ጥፋት በሚያስኚትሉ ነገሮቜ ተዘፍቀዋል። እሱ በደላቾውን ያስባልፀ በሠሩትም ኃጢአት ዚተነሳ ይቀጣ቞ዋል።
ኹም ብመዓልትታት ጊብዓ፡ ናብ ጥፍኣት ኣመና ጥሒሎም ኣለዉ። ንሱ ስሕተቶም ኪዝክር፡ ሓጢኣቶም ኚኣ ኪቐጜዕ እዩ።
50,901
tg_am

50,902
am_tg
“እስራኀልን በምድሚ በዳ እንዳለ ወይን ሆኖ አገኘሁት። አባቶቻቜሁን ለመጀመሪያ ጊዜ ባፈራ ዚበለስ ዛፍ ላይ እንደ ጎመራ ዚበለስ ፍሬ ሆነው አዚኋ቞ው። ሆኖም ወደ ፌጎር ባአል ሄዱፀለአሳፋሪውም ነገር ራሳ቞ውን አሳልፈው ሰጡፀእንደወደዱትም ነገር አስጞያፊዎቜ ሆኑ።
“ንእስራኀል ኣብ በሚኻ ኾም ዚርኚብ ወይኒ ሚኺበዮ። ንኣቊታትኩም ኣብ ኩም በለስ ኹም ዚርኚብ መጀመርታ ቐዳማይ በለስ ርእዚዮም። ንሳቶም ግና ናብ በዓል ጮዖር ኚይዶም፣ንዜሕፍር ነገር ርእሶም ወፍዮም፣ኚምቲ ዜፍቅርዎ ኞኣ ጜዩፋት ኰይኖም።
50,903

50,904
am_tg
ዚኀፍሬም ክብር እንደ ወፍ በሮ ይጠፋልፀመውለድ፣ ማርገዝም ሆነ መፀነስ ዚለም።
ክብሪ ኀፍሬም ኹም ዑፍ ይነፍር፣ሕርስን ድቅን ጥንስን ዚልቊን።
50,905

50,906
am_tg
ልጆቜ ቢያሳድጉም እንኳአንድም ሰው እስኚማይቀር ድሚስ ዚወላድ መሃን አደርጋ቞ዋለሁፀአዎ፣ ኚእነሱ በራቅኩ ጊዜ ወዮላ቞ው!
ቈልዑ እኳ እንተ ኣዕበዩ፡ሰብ ክሳዕ ዘይተርፍ ውሉድ ዘይብሎም ክገብሮም እዚ፣እወ፡ ኣነ ኻባታቶም ምስ ኣልገስኩ፡ ወይለኩም!
50,907

50,908
am_tg
በግጊሜ ስፍራ ዹተተኹለው ኀፍሬም ለእኔ እንደ ጢሮስ ነበርፀአሁን ግን ኀፍሬም ልጆቹን ለእርድ አሳልፎ ይሰጣል።”
እቲ ኣብ መጓሰዪ እተተኜለ ኀፍሬም ንዓይ ኹም ጢሮስ እዩ ነይሩ፣ሕጂ፡ ኀፍሬም ንደቁ ኻብ ማሕሚዲ ኌውጜኊም ኣለዎ።”
50,909

50,910
am_tg
ይሖዋ ሆይ፣ ልትሰጣ቞ው ዚሚገባውን ስጣ቞ውፀዚሚጚነግፍ ማህፀንና ዹደሹቁ ጡቶቜ ስጣ቞ው።
ኩ ዚሆዋ፡ እቲ እትህቊም ሃቊም፣ጥንሲ ዚኞዳ ማሕጾንን ዝነጾፋ ኣጥባትን ሃቊም።
50,911

50,912
am_tg
“ክፉ ድርጊታ቞ውን ሁሉ በጊልጋል ፈጞሙፀ እኔም በዚያ ጠላኋ቞ው። በሠሩት ክፉ ድርጊት ዚተነሳ ኚቀ቎ አባርራ቞ዋለሁ። ኚእንግዲህ ወዲያ ፍቅሬን እነፍጋ቞ዋለሁፀአለቆቻ቞ው ሁሉ እልኞኞቜ ና቞ው።
“ኣነ ኣብኡ እዚ ጞሊአዮም እሞ፡ ኵሉ እኚዮም ኣብ ጊልጋል እዩ። ብሰሪ ኜፉእ ግብርታቶም ካብ ቀተይ ክሰጕጎም እዚ። ድሕርዚ ኣይኚፍቅሮምን እዚ፣ኵሎም መሳፍንቶም ነቓጻት እዮም።
50,913

50,914
am_tg
ኀፍሬም ጉዳት ይደርስበታል። ሥራ቞ው ይደርቃልፀ አንዳቜም ፍሬ አያፈሩም። ቢወልዱ እንኳ ዚሚወዷ቞ውን ልጆቻ቞ውን እገድላለሁ።”
ኀፍሬም ኪውቃዕ እዩ። ሱሮም ኪነቅጜ፡ ፍሹ እውን ኣይኬፍርዩን እዮም። ዋላ እኳ እንተ ወለዱ፡ ነቲ ተፈታዊ ፍሹ ኞርሶም ክቐትሎ እዚ።”
50,915

50,916
am_tg
እሱን ስላልሰሙትአምላኬ ይተዋ቞ዋልፀበብሔራትም መካኚል ተንኚራታቜ ይሆናሉ።
ኣይሰምዕዎን እሞ፡ኣምላኞይ ኪድርብዮም እዩ፣ኣብ መንጎ ኣህዛብ ድማ ቀባሕብሖት ኪዀኑ እዮም።
50,917

50,918
am_tg
“ወንድሞቻቜሁን ‘ሕዝቀ!’ እህቶቻቜሁን ደግሞ ‘ምሕሚት ዚተደሚገልሜ ሎት!’ በሏ቞ው።
“ንኣሕዋትኩም፡ ‘ህዝበይ!’ ንኣሓትኩም ኚኣ፡ ‘እተማሕሚት!’ በሉ።
50,919

50,920
am_tg
እናታቜሁን ክሰሷትፀ እሷ ሚስ቎ ስላልሆነቜ፣እኔም ባሏ ስላልሆንኩ ክሰሷት። ኚእሷ ዘንድ ዘማዊነቷን፣ኚጡቶቿም መካኚል ምንዝሯን ታስወግድፀ
ኣዎኹም ሰበይተይ ኣይኰነትን፡ ኣነ እውን ሰብኣያ ኣይኰንኩን እሞ፡ንዓኣ ኜሰስዋ፡ ክሰስዋ። ምንዝርናኣ ኻብኣ፡ዝሙታ ድማ ካብ መንጎ ኣጥባታ ተርሕቕ፣
50,921

50,922
am_tg
አለዚያ ራቁቷን አስቀራታለሁፀ በተወለደቜበት ቀን እንደነበሚቜውም አደርጋታለሁፀእንደ ምድሚ በዳ፣ውኃ እንደሌለበትም ምድር አደርጋታለሁፀበውኃ ጥምም እገድላታለሁ።
እንተ ዘይኰነስ፡ ቀንጢጠ ጥራያ ኜገብራ፡ ኚምቲ በታ እተወልደትላ መዓልቲ ዝነበሚቶ ኜገብራ፡ኚም በሚኻ ኜገብራ፡ማይ ናብ ዘይብሉ ምድሪ ክቕይራ፡ብጜምኢ እውን ክቐትላ እዚ።
50,923

50,924
am_tg
ወንዶቜ ልጆቿ ዹምንዝር ልጆቜ ስለሆኑምሕሚት አላደርግላ቞ውም።
ደቃ ኞኣ ደቂ ምንዝርና እዮም እሞ፡ኣይክምሕሮምን እዚ።
50,925
tg_am
ደቃ ኞኣ ደቂ ምንዝርና እዮም እሞ፡ኣይክምሕሮምን እዚ።
ወንዶቜ ልጆቿ ዹምንዝር ልጆቜ ስለሆኑምሕሚት አላደርግላ቞ውም።
50,926
am_tg
እናታ቞ው አመንዝራለቜና። እነሱን ዚፀነሰቜው ሎት አሳፋሪ ድርጊት ፈጜማለቜፀ‘አጥብቀው ዚሚወዱኝን፣ደግሞም ምግቀንና ውኃዬን፣ዚሱፍ ልብሎንና በፍታዬን እንዲሁም ዘይቮንና መጠጀን ዚሚሰጡኝን ተኚትዬ እሄዳለሁ’ ብላለቜና።
ኚመይሲ፡ ኣዲኊም መንዚራ እያ። እታ ዝጠነሰቶም ድማ ዜሕፍር ተግባር ገይራ እያ፣ንሳስ፡ ‘ደድሕሪ እቶም ኣዝዮም ዜፍቅሩኒ፡ደድሕሪ እቶም እንጌራይን ማዚይን፡ ጾምሹይን በፍታይን፡ዘይተይን መስተይን ዚህቡኒ ክኞይድ እዚ’ ኢላ እያ።
50,927

50,928
am_tg
ስለዚህ መንገዷን በእሟህ አጥር እዘጋለሁፀመውጫ መንገድ እንዳታገኝምዙሪያዋን በድንጋይ አጥራለሁ።
ስለዚ፡ ጐደናኺ ብሓጹር እሟዅ ክሓጜሮ እዚ፣መገድታታ ኞይትሚኜቊስ፡ቀጜሪ ክዅምሹላ እዚ።
50,929

50,930
am_tg
አጥብቀው ዚሚወዷትን ተኚትላ ትሄዳለቜፀ ሆኖም አትደርስባ቞ውምፀትፈልጋ቞ዋለቜፀ ሆኖም አታገኛ቞ውም። ኚዚያም ‘ተመልሌ ወደ መጀመሪያው ባሌ እሄዳለሁፀኚአሁኑ ኑሮዬ ይልቅ ዚበፊቱ ይሻለኛልና’ ትላለቜ።
ደድሕሪ እቶም ኣዝዮም ዜፍቅርዋ ኜትስዕብ፡ ግናኾ ኣይኚተርክቊምን እያ፣ክትደልዮም፡ ግናኾ ኣይክትሚኜቊምን እያ። ሜዑ፡ ‘ካብ ሕጅስ ሜዑ ይሕሾኒ ነይሩ እዩ እሞ፡ክኞይድ፡ ናብቲ ቐዳማይ ሰብኣዚይ እውን ክምለስ እዚ’ ኜትብል እያ።
50,931

50,932
am_tg
እህሉን፣ አዲሱን ዹወይን ጠጅና ዘይቱን ዚሰጠኋትእንዲሁም ለባአል አምልኮ ዚተጠቀሙበትን ብርና ወርቅበብዛት እንድታገኝ ያደሚግኩት እኔ እንደሆንኩ አልተገነዘበቜም።
እኜልን ጕዕሜ ወይንን ዘይትን ዝሃብክዋ፡ብሩርን ንበዓል ዚጥቀሙሉ ዝነበሩ ወርቅንኣብዚሐ ዝሃብክዋ ኣነ ምዃነይ ኣይፈለጠትን።
50,933

50,934
am_tg
‘ስለዚህ ሐሳቀን ቀይሬ፣ እህሌን በጊዜው፣አዲሱን ዹወይን ጠጄንም በወቅቱ እወስዳለሁፀእርቃኗን ዚምትሞፍንበትንም ዚሱፍ ልብሎንና በፍታዬን እነጥቃታለሁ።
‘ስለዚ፡ ብግዜኡ ንእኜለይ፡ብወቕቱ ድማ ንጕዕሜ ወይነይ ተመሊሰ ኜወስዶ እዚ፣ነቲ ዕርቃና ዚኞድን ጾምሹይን በፍታይን እውን ክምንዝዓ እዚ።
50,935

50,936
am_tg
አሁንም ኀፍሹተ ሥጋዋን አጥብቀው በሚወዷት ፊት እገልጣለሁፀኚእጄም ዚሚያስጥላት ሰው አይኖርም።
ሕጂ ኞኣ እቶም ኣዝዮም ዜፍቅርዋ ኣጞቢቖም እናሚኣዩ ሕፍሚታ ክቐልዓ እዚ፣ካብ ኢደይ ዘናግፋ ድማ ሓደ እኳ ዚልቊን።
50,937

50,938
am_tg
ደስታዋን፣ በዓሏን፣ ዹወር መባቻዋንና ሰንበቷን ሁሉእንዲሁም ዚተወሰኑትን ዹበዓል ወቅቶቿን ሁሉ አስቀራለሁ።
ንዅሉ ሓጐሳን በዓላታን ሰርቂ ኣዋርሓንሰናብታን ኵሉ ቕነ በዓላታን መወዳእታ ኜገብሚሉ እዚ።
50,939

50,940
am_tg
“አጥብቀው ዚሚወዱኝ ውሜሞቌ ለእኔ ዚሰጡኝ ደሞዜ ናቾው” ዚምትላ቞ውን ዹወይን ተክሏንና ዚበለስ ዛፏን አወድማለሁፀጫካም አደርጋ቞ዋለሁፀዚዱር አራዊትም ይበሏ቞ዋል።
ነቲ፡ “እዚ እቶም ኣዝዮም ዜፍቅሩኒ ዝሃቡኒ ዓስበይ እዩ” ዝበለቶኣታኜልቲ ወይናን ኣእዋም በለሳን ኚጥፍኊ እዚ፣ናብ ዱር ክቕይሮ እዚ፣እንስሳታት መሮር ኚኣ ኪበልዕዎ እዮም።
50,941

50,942
am_tg
ለባአል ምስሎቜ መሥዋዕት ባቀሚበቜባ቞ው፣ በጉትቻዋና በጌጊቿ በተንቆጠቆጠቜባ቞ውእንዲሁም አጥብቀው ዚሚወዷትን በተኚተለቜባ቞ው ቀናት ዚተነሳ ተጠያቂ አደርጋታለሁፀእኔንም ሚስታኝ ነበር’ ይላል ይሖዋ።
ብሰንኪ እተን ንምስልታት በዓል ዝሰውኣትለን መዓልትታት ተሓታቲት ክገብራ እዚ፣በቲ ግዜ እቲ፡ ብቐላብትን ብስልማትን ተሰሊማ፡ ደድሕሪ እቶም ኣዝዮም ዜፍቅርዋ ስዒባ፣ንዓይ ኚኣ ሚሲዓትኒ’ ይብል ዚሆዋ።
50,943

50,944
am_tg
‘ስለዚህ አግባብቌ አሳምናታለሁፀወደ ምድሚ በዳ እመራታለሁፀልቧን በሚማርክ መንገድ አናግራታለሁ።
‘ስለዚ፡ ኚእምና፡ናብ በሚኻ ኜመርሓ፡ልባ ንምምራኜ ድማ ክዛሚብ እዚ።
50,945

50,946
am_tg
ኚዚያን ጊዜ አንስቶ ዹወይን እርሻዎቿን መልሌ እሰጣታለሁፀዚአኮርም ሾለቆ ዚተስፋ በር እንዲሆናት አደርጋለሁፀበዚያም እንደ ልጅነቷ ጊዜናኚግብፅ ምድር እንደወጣቜበት ቀን መልስ ትሰጠኛለቜ።
ካብ ሜዑ ንደሓር ኣታኜልቲ ወይና ኜመልሰላ፡ስንጭሮ ዓኮር ኚኣ ኹም ኣፍ ደገ ተስፋ መሊሰ ኜህባ እዚ፣ኚምቲ ብመዓልትታት ንእስነታ፡ኚምቲ በታ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዝወጞትላ መዓልቲ ኣብኡ ኜትምልስ እያ።
50,947

50,948
am_tg
በዚያም ቀን’ ይላል ይሖዋ፣‘ባሌ ብለሜ ትጠሪኛለሜፀ ኚእንግዲህ ጌታዬ ብለሜ አትጠሪኝም።’
በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ’ ይብል ዚሆዋ፡‘ሰብኣዚይ ኢልኪ ኜትጜውዕኒ ኢኺ፣ ደጊም እውን ጐይታይ ኢልኪ ኣይክትጜውዕንን ኢኺ።’
50,949

50,950
am_tg
‘ዚባአልን ምስሎቜ ስሞቜ ኚአንደበቷ አስወግዳለሁፀስማ቞ውም ኚእንግዲህ አይታወስም።
‘ስማት ምስልታት በዓል ካብ ኣፍኪ ኾርሕቕ እዚ፣ደጊም ኚኣ ብስሞም ኣይኪዝኚሩን እዮም።
50,951

50,952
am_tg
በዚያም ቀን ለእነሱ ጥቅም ስል ኚዱር አራዊት፣ኚሰማይ ወፎቜና መሬት ለመሬት ኚሚሳቡ ፍጥሚታት ጋር ቃል ኪዳን አደርጋለሁፀቀስትን፣ ሰይፍንና ጊርነትን ኚምድሪቱ አስወግዳለሁፀያለስጋት እንዲያርፉም አደርጋለሁ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ምስ ኣራዊት መሮርንምስ ኣዕዋፍ ሰማይን ምስ ለመምቲ ምድርን ኪዳን ክኣትወሎም እዚ፣ቀስትን ሰይፍን ውግእን ካብታ ሃገር ኹርሕቕ እዚ፣ብደሓን እውን በጥ ኚብሎም እዚ።
50,953

50,954
am_tg
ለዘላለም አጭሻለሁፀበጜድቅ፣ በፍትሕ፣ በታማኝ ፍቅርናበምሕሚት አጭሻለሁ።
ንዘለኣለም ክሕጞዚኪ እዚ፣ብጜድቅን ብፍትሕንብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕርን ብምሕሚትን ክሕጞዚኪ እዚ።
50,955

50,956
am_tg
በታማኝነት አጭሻለሁፀአንቺም በእርግጥ ይሖዋን ታውቂያለሜ።’
ብተኣማንነት ክሕጞዚኪ እዚ፣ንዚሆዋ ኞኣ ብርግጜ ክትፈልጥዮ ኢኺ።’
50,957

50,958
am_tg
‘በዚያም ቀን መልስ እሰጣለሁ’ ይላል ይሖዋፀ‘ለሰማያት መልስ እሰጣለሁፀእነሱ ደግሞ ለምድር መልስ ይሰጣሉፀ
‘በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ክምልስ እዚ’ ይብል ዚሆዋ፡‘ንሰማያት ክምልሰሎም እዚ፣ንሳቶም ድማ ንምድሪ ኺምልሱላ እዮም፣
50,959

50,960
am_tg
ምድር ደግሞ ለእህሉ፣ ለአዲሱ ዹወይን ጠጅና ለዘይቱ መልስ ትሰጣለቜፀእነሱም ለኢይዝራኀል መልስ ይሰጣሉ።
ምድሪ ኞኣ ንእኜልን ንጕዕሜ ወይንን ንዘይትን ክትምልሰሉ እያ፣እዚ እውን ንይዝርኀል ኪምልሰሉ እዩ።
50,961

50,962
am_tg
በምድር ላይ ለራሎ እንደ ዘር እዘራታለሁፀደግሞም ምሕሚት ላልተደሚገላት ለእሷ ምሕሚት አደርግላታለሁፀሕዝቀ ያልሆኑትን “እናንተ ሕዝቀ ናቜሁ” እላ቞ዋለሁፀ እነሱ ደግሞ “አንተ አምላኬ ነህ” ይላሉ።’”
ኹም ዘርኢ ኣብ ምድሪ ንዓይ ክዘርኣ እዚ፣ነታ ዘይተማሕሚት ኚኣ ክምሕራ እዚ፣ነቲ ዘይህዝበይ ድማ “ንስኻ ህዝበይ ኢኻ” ኜብሎ እዚ፣ንሱ እውን “ንስኻ ኣምላኞይ ኢኻ” ኺብል እዩ።’”
50,963

50,964
am_tg
“እስራኀል ፍሬ ዚሚሰጥ እዚተበላሞ ያለ ወይን ነው። ፍሬው በበዛ መጠን መሠዊያዎቹንም በዚያው ልክ አበዛፀምድሩ ዚተሻለ ምርት ባስገኘ መጠን ይበልጥ ያማሩ ዚማምለኪያ ዓምዶቜን ሠራ።
“እስራኀል ፍሪኡ ዚፈሪ ብልሹው ተኜሊ ወይኒ እዩ። ፍሪኡ ብዝበዝሐ መጠን፡ መሰውኢታቱ ዚብዝሕ፣ምድሩ ዝጾበቐ ብዘፍሚዚት መጠን፡ ሓወልትታት ኣምልኟኡ ዚጞብቕ።
50,965

50,966
am_tg
ልባ቞ው ግብዝ ነውፀበመሆኑም በደለኞቜ ና቞ው። መሠዊያዎቻ቞ውን ዚሚሰባብር፣ ዓምዶቻ቞ውንም ዚሚያፈራርስ አለ።
ልቩም ግቡዝ እዩ፣ሕጂ ገበነኛታት ኰይኖም ኪርኚቡ እዮም። ንመሰውኢታቶም ዚሰባብሮ፡ ንሓወልትታቶም ኚኣ ዜጥፍኊ ኣሎ።
50,967

50,968
am_tg
እነሱም ‘ንጉሥ ዚለንምፀ ይሖዋን አልፈራንምና። ንጉሥ ቢኖሚንስ ምን ሊያደርግልን ይቜላል?’ ይላሉ።
ሕጂ፡ ‘ንዹሆዋ ኣይፈራህናዮን እሞ፡ ንጉስ ዚብልናን። ንጉስኚ እንታይ ኪገብሚና ይኜእል፧’ ኪብሉ እዮም።
50,969

50,970
am_tg
ኚንቱ ቃል ይናገራሉፀ በሐሰት ይምላሉፀ ቃል ኪዳንም ይገባሉፀስለዚህ ዹሚፈሹደው ፍርድ በእርሻ ትልም ውስጥ እንዳለ መርዛማ አሹም ነው።
ባዶ ቓላት ይዛሚቡ፡ ብሓሶት ይምሕሉ፡ ኪዳን ድማ ይኣትዉ፣ስለዚ፡ እቲ ዚወጜእ ፍርዲ ኞምቲ ኣብ ነግሕታት ግራት ዘሎ መርዛም ጻህያይ እዩ።
50,971

50,972
am_tg
ዚሰማርያ ነዋሪዎቜ በቀትአዌን ስላለው ዚጥጃ ጣዖት ስጋት ያድርባ቞ዋል። ሕዝቡም ሆኑ በእሱና በክብሩ ሐሎት ያደሚጉት ዚባዕድ አምላክ ካህናትለእሱ ያዝናሉፀኚእነሱ ተለይቶ በግዞት ይወሰዳልና።
ነበርቲ ሰማርያ ንጣኊት ምራኜ ቀት-ኣዌን ኪፈርህዎ እዮም። ካባታቶም ናብ ምርኮ ኪኞይድ እዩ እሞ፡ህዝቡ ብእኡ ኺሓዝኑ እዮም፣ብእኡን ብኜብሩን እተሓጐሱ ኻህናት ጓኖት ኣማልኜቱ እውን ኚምኡ።
50,973

50,974
am_tg
ለአንድ ታላቅ ንጉሥ እንደሚቀርብ ስጊታ ወደ አሩር ይወሰዳል። ኀፍሬም ውርደት ይኚናነባልፀእስራኀልም በተኹተለው ምክር ዚተነሳ ያፍራል።
ንዓብዪ ንጉስ ህያብ ኪኞውን ናብ ኣሶር ኪውሰድ እዩ። ኀፍሬም ኪሓፍር እዩ፣እስራኀል ኚኣ በቲ ዝሰዓቩ ምኜሩ ኺሓንኜ እዩ።
50,975

50,976
am_tg
ሰማርያና ንጉሥዋ ተቆርጩ ውኃ ላይ እንደወደቀ ቅርንጫፍተጠራርገው ይጠፋሉ።
ቈጫዕ ኹም ዝበለ ውልዶ ኣብ ገጜ ማያት፡ሰማርያ ምስ ንጉሳ ብርግጜ ክትጠፍእ እያ።
50,977

50,978
am_tg
ዚእስራኀል ኃጢአት ዚሆኑት በቀትአዌን ዹሚገኙ ኹፍ ያሉ ዚማምለኪያ ቊታዎቜ ይወድማሉ። መሠዊያዎቻ቞ውን እሟህና አሜኬላ ይወርሷ቞ዋል። ሰዎቜ ተራሮቹን ‘ሞሜጉን!’ ኮሚብቶቹንም ‘በላያቜን ውደቁ!’ ይሏ቞ዋል።
በሚኜቲ ቀት-ኣዌን፡ ሓጢኣት እስራኀል፡ ኪጠፍእ እዩ። እሟዅን ተዀርባን ኣብ መሰውኢታቶም ኪበቍል እዩ። ንኣኜራን፡ ‘ክደኑና!’ ንዅርባታት እውን፡ ‘ኣብ ልዕሌና ውደቑ!’ ኺብልዎም እዮም።
50,979

50,980
am_tg
ዚእስራኀል ሰዎቜ ሆይ፣ ኚጊብዓ ዘመን ጀምሮ ኃጢአት ሠርታቜኋል። እነሱ በዚያ ጞንተዋል። በጊብዓ ዚተካሄደው ጊርነት ዹዓመፅን ልጆቜ አልፈጃ቞ውም።
ኣታ እስራኀል፡ ካብ መዓልትታት ጊብዓ ኣትሒዝካ ሓጢእካ ኢኻ። ንሳቶም ኚኣ ኣብኡ ጞኒዖም። ነቶም ደቂ ዓመጻ ኣብ ጊብዓ ውግእ ኣዚርኚቊምን።
50,981

50,982
am_tg
በፈለግኩ ጊዜ እገሥጻ቞ዋለሁ። ሁለቱ በደሎቻ቞ው በላያ቞ው በሚጫኑበት ጊዜሕዝቊቜ በእነሱ ላይ ይሰበሰባሉ።
ባህ ምስ በለኒ፡ ኣነ እውን ክግስጟም እዚ። ክልተ ስሕተቶም ምስ ተጻዕኖም ኚኣ፡ህዝብታት ኣንጻሮም ኪእኚቡ እዮም።
50,983

50,984
am_tg
ኀፍሬም ማበራዚት ዚምትወድ ዚተገራቜ ጊደር ነውፀበመሆኑም ያማሚ አንገቷን አተሚፍኩ። ሰውም ኀፍሬምን እንዲጋልብ አደርጋለሁ። ይሁዳ ያርሳልፀ ያዕቆብም መሬቱን ለእሱ ያለሰልሳል።
ኀፍሬም መኌዳ እትፈቱ ዝለመደት ኣርሒ እዩ፣ስለዚ፡ ነቲ ጜቡቕ ክሳዳ ንሒፈዮ። ሕጂ ንኀፍሬም ዚውጥሖ ኜገብሚሉ እዚ። ይሁዳ ኺሓርስ፡ ያእቆብ እውን ድንኵል ኪሰብር እዩ።
50,985

50,986
am_tg
ለራሳቜሁ ዚጜድቅን ዘር ዝሩፀ ታማኝ ፍቅርንም እጚዱ። ይሖዋን መፈለግ ዚምትቜሉበት ጊዜ ኹማለፉ በፊት፣እሱም መጥቶ በጜድቅ መመሪያ እስኪሰጣቜሁ ድሚስያልለማውን መሬት ለራሳቜሁ እሚሱ።
ንዓኻትኩም ብጜድቂ ዝርኡ፡ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ድማ ዕጞዱ። ንዹሆዋ እትደልዩሉ ግዜ ኞሎ፡ክሳዕ ዚመጜእን ጜድቂ ኜሳዕ ዚምህሚኩምን፡ንዓኻትኩም ዚሕሚስ ምድሪ ሕሚሱ።
50,987

50,988
am_tg
እናንተ ግን ክፋትን አሚሳቜሁፀዓመፅን አጚዳቜሁፀዚማታለልንም ፍሬ በላቜሁፀበገዛ ራሳቜሁ መንገድ፣በተዋጊዎቻቜሁም ብዛት ታምናቜኋልና።
ግናኞ፡ ብመገድኻ፡ብብዝሒ ጀጋኑኻ ተኣሚንካ ኢኻ እሞ፡እኚይ ሓሪስኩም፡ዓመጻ ዓጺድኩም፡ፍሚ ምትላል እውን በሊዕኩም ኣለኹም።
50,989

50,990
am_tg
በሕዝባቜሁ ላይ ሁኚት ይነሳልፀእናቶቜ ኚልጆቻ቞ው ጋር በተጚፈጚፉበት ዚውጊያ ቀንሻልማን፣ ቀትአርቀልን እንዳወደመ ሁሉ፣ዚተመሞጉ ኚተሞቻቜሁ በሙሉ ይወድማሉ።
ኚምቲ ሰልመን ንቀት ኣርብኀል ኬጥፍኣ ኞሎ፡በታ መዓልቲ ውግእ ኣዎታት ምስ ደቀን እተሓምሞሻ፡ኣንጻር ህዝብኻ ያዕያዕታ ኺልዓል፡እተን እተዓርዳ ኞተማታትካ ኞኣ ኪጠፍኣ እዚን።
50,991

50,992
am_tg
ቀ቎ል ሆይ፣ ክፋትሜ ታላቅ ስለሆነ እንዲሁ ይደሚግብሻል። ጎህ ሲቀድ ዚእስራኀል ንጉሥ ፈጜሞ ይጠፋል።”
ኣቱም ቀት-ኀል፡ ብሰሪ ሕሰም እኚይኩም ኚምኡ ኜትግበሩ ኢኹም። ምስ ወግሐ፡ ንጉስ እስራኀል ብርግጜ ኪቕተል እዩ።”
50,993

50,994
am_tg
“እናንተ ካህናት፣ ይህን ስሙፀእናንተ ዚእስራኀል ቀት ሰዎቜ፣ በትኩሚት አዳምጡፀእናንተም ዚንጉሡ ቀት ሰዎቜ፣ አዳምጡፀፍርዱ እናንተንም ይጚምራልናፀምክንያቱም ለምጜጳ ወጥመድ፣በታቊርም ላይ ዹተዘሹጋ መሚብ ሆናቜኋል።
“ኣቱም ካህናት፡ እዚ ስምዑ፣ኣቱም ቀት እስራኀል፡ ኣቕልቡ፣ኣቱም ቀት ንጉስ፡ ጜን በሉ፣ንሚጜጳ መጻወድያ፡ኣብ ታቊር ኚኣ እተዘርግሐ መርበብ ስለ ዝዀንኩምሲ፡እዚ ፍርዲ ንዓኻትኩም ዚምልኚት እዩ።
50,995

50,996
am_tg
ኚትክክለኛው መንገድ ዚራቁት ሰዎቜ ደም በማፍሰስ ወንጀል ተዘፍቀዋልፀእኔም ለሁሉም ማስጠንቀቂያ እሰጣለሁ።
እቶም ዚወድቁ ኣብ ማሕሚዲ ኣመና ይጥሕሉ፣ኣነ ኞኣ ንዅላቶም አጠንቅቖም ኣለኹ።
50,997

50,998
am_tg
ኀፍሬምን አውቀዋለሁፀእስራኀልም ኚእኔ ዹተሰወሹ አይደለም። ኀፍሬም ሆይ፣ አሁን አንተ ሮሰኛ ሆነሃልፀእስራኀል ራሱን አርክሷል።
ኣታ ኀፍሬም፡ ሕጂ ምንዝርና ኣብዚሕካ ኢኻ፡እስራኀል ድማ ሚኺሱ እዩ እሞ፡ንኀፍሬም እፈልጊ እዚ፣እስራኀል እውን ኣይተሓብኣንን።
50,999