Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
51,100
am_tg
በጊልያድ ማታለልና ውሞት አለ። በጊልጋል በሬዎቜን ሠውተዋልፀበተጚማሪም መሠዊያዎቻ቞ው በእርሻ ትልም ላይ እንዳለ ዚድንጋይ ክምር ና቞ው።
ምስ ጊልዓድ ምትላልን ሓሶትን ኣሎ። ኣብ ጊልጋል ኣብዑር ሰዊኩም እዮም። መሰውኢታቶም ኚኣ ኣብ ነግሕታት ግራት ኹም እተዀመሚ ኣእማን እዩ።
51,101
tg_am

51,102
am_tg
ያዕቆብ ወደ አራም ምድር ሞሞፀእስራኀል ሚስት ለማግኘት ሲል በዚያ አገለገለፀሚስት ለማግኘትም ሲል በግ ጠባቂ ሆነ።
ያእቆብ ናብ ሃገር ኣራም ሃዲሙ፣እስራኀል ምእንቲ ሰበይቲ ኣብኡ ተገዚኡ፣ምእንቲ ሰበይቲ እውን ኣባጊዕ ሓልዩ።
51,103

51,104
am_tg
ይሖዋ በነቢይ አማካኝነት እስራኀልን ኚግብፅ አወጣውፀበነቢይም አማካኝነት ጠበቀው።
ዹሆዋ ንእስራኀል ብነብዪ ኻብ ግብጺ ኣደይብዎ፣ብነብዪ ድማ ተሓልዩ።
51,105

51,106
am_tg
ኀፍሬም ግን እጅግ በደለውፀደም በማፍሰስ ዹፈጾመው በደል በላዩ ላይ ይሆናልፀላመጣበትም ነቀፋ ጌታው ብድራት ይኚፍለዋል።”
ኀፍሬም ኣምሪሩ ኾም ዚዅሪ ገይርዎ፣ዕዳ ደሙ ኣብ ርእሱ እዩ፣ጐይታኡ ኞምቲ ጾርፉ ኺፈድዮ እዩ።”
51,107

51,108
am_tg
“ኑ ወደ ይሖዋ እንመለስፀእሱ ቊጫጭቆናልፀ ሆኖም ይፈውሰናል። እሱ መቶናልፀ ሆኖም ቁስላቜንን ይጠግናል።
“ንሱ ሰላሊዑና፡ ግናኾ ኌሕውዚና እዩ፡ንሱ ወቒዑና፡ ግናኾ ንኣቝሳልና ኺዝንን እዩ እሞ፡ንዑናይ ናብ ዹሆዋ ንመለስ።
51,109

51,110
am_tg
ኚሁለት ቀናት በኋላ ያነቃናል። በሊስተኛውም ቀን ያስነሳናልፀእኛም በፊቱ እንኖራለን።
ድሕሪ ኜልተ መዓልቲ ህያዋን ኪገብሚና እዩ። በታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኞኣ ኬተንስኣና እዩ። ኣብ ቅድሚኡ ድማ ክንነብር ኢና።
51,111

51,112
am_tg
ይሖዋን እናውቀዋለንፀ እሱን ለማወቅ ልባዊ ጥሚት እናደርጋለን። ዚእሱ መውጣት እንደ ንጋት ብርሃን ዹተሹጋገጠ ነውፀእንደ ዶፍ ዝናብ፣ ምድርንም እንደሚያጠግበው ዹኋለኛው ዝናብወደ እኛ ይመጣል።”
ንዹሆዋ ኜንፈልጊ፡ ንምፍላጡ ተሃንጢና ኜንደልዮ ኢና። ምውጻኡ ኾም ወጋሕታ ርግጜ እዩ፣ኚም ዝናም፡ኚምቲ ንምድሪ ዜርዊ ዝናም ጜብሓት ኪመጞና እዩ።”
51,113

51,114
am_tg
“ኀፍሬም ሆይ፣ ምን ላድርግህ? ይሁዳ ሆይ፣ ምን ላድርግህ? ታማኝ ፍቅራቜሁ እንደ ጠዋት ጉም፣ወዲያው እንደሚጠፋም ጀዛ ነውና።
“ኣታ ኀፍሬም፡ እንታይ ክገብሚካ እዚ፧ ኣታ ይሁዳ፡ እንታይ ክገብሚካ እዚ፧ ብተኣማንነት እተርእይዎ ፍቕርኹምሲ ኾም ደበናታት ንግሆ፡ኚምቲ ቐልጢፉ ዚጠፍእ ኣውሊ እዩ።
51,115

51,116
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ በነቢያ቎ አማካኝነት እቆራርጣ቞ዋለሁፀበአፌም ቃል እገድላ቞ዋለሁ። በእናንተም ላይ ዹምፈርደው ፍርድ እንደ ንጋት ብርሃን ያንጞባርቃል።
ስለዚ፡ ብነብያት ክቘርጟም፡ብቓላት ኣፈይ እውን ክቐትሎም እዚ። ፍርድታትካ ድማ ኹም ብርሃን ኪበርህ እዩ።
51,117

51,118
am_tg
ኚመሥዋዕት ይልቅ ታማኝ ፍቅር፣ሙሉ በሙሉ ኹሚቃጠል መባም ይልቅ አምላክን ማወቅ ያስደስተኛልና።
ኚመይሲ፡ ብመስዋእቲ ዘይኰነስ፡ ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ፡ብምሉኡ ብዚሓርር መስዋእቲ ዘይኰነስ፡ ብፍልጠት ኣምላኜ እዩ ደስ ዚብለኒ።
51,119

51,120
am_tg
እነሱ ግን እንደ ተራ ሰዎቜ ቃል ኪዳኑን ተላለፉ። በዚያም እኔን ኚዱኝ።
ንሳቶም ግና፡ ኹም ሰብ፡ ኪዳን ጥሒሶም እዮም። ኣብኡ ጠሊሞምኒ እዮም።
51,121

51,122
am_tg
ጊልያድ ዹክፉ አድራጊዎቜ ኚተማ ናትፀኚተማዋ በደም ጚቅይታለቜ።
ጊልዓድ ብኣሰራት ደም እተኞድነትኚተማ ገበርቲ እኚይ እያ።
51,123
tg_am
ጊልዓድ ብኣሰራት ደም እተኞድነትኚተማ ገበርቲ እኚይ እያ።
ጊልያድ ዹክፉ አድራጊዎቜ ኚተማ ናትፀኚተማዋ በደም ጚቅይታለቜ።
51,124
am_tg
ዚካህናቱ ማኅበር ሰውን አድብቶ እንደሚጠብቅ ዚወራሪዎቜ ቡድን ነው። በሎኬም መንገድ ላይ ሰው ይገድላሉፀምግባራ቞ው አሳፋሪ ነውና።
እቶም ጕጅለ ኻህናት ኹም ዘመትቲ ጭፍራታት ንሰብ ዚድብዩሉ። ተግባሮም ዜሕፍር እዩ እሞ፡ኣብ መገዲ ሎኬም ይቐትሉ።
51,125

51,126
am_tg
በእስራኀል ቀት ዚሚሰቀጥጥ ነገር አይቻለሁ። በዚያ ኀፍሬም ያመነዝራልፀእስራኀል ራሱን አርክሷል።
ኣብ ቀት እስራኀል ዜሰክሕ ነገር ርእዚ ኣለኹ። ኣብኡ ኀፍሬም ይምንዝር፣እስራኀል ኚኣ ሚኺሱ ኣሎ።
51,127

51,128
am_tg
በአንጻሩ ግን ይሁዳ ሆይ፣ ዚሕዝቀን ምርኮኞቜ በምመልስበት ጊዜመኹር ይጠብቅሃል።”
ንምሩኻት ህዝበይ ምስ መለስክዎም፡ኣታ ይሁዳ፡ ንዓኻ እውን ቀውዒ ተዳልዩልካ ኣሎ።”
51,129

51,130
am_tg
“ቀንደ መለኚት ንፋ! ቃል ኪዳኔን ስላፈሚሱና ሕጌን ስለጣሱበይሖዋ ቀት ላይ ጠላት እንደ ንስር ይመጣል።
“መለኞት ኣብ ኣፍካ ግበር! ኪዳነይ ኣፍሪሶም፡ ሕገይ እውን ጥሒሶም እዮም እሞ፡ጞላኢ ኾም ንስሪ ኣንጻር ቀት ዹሆዋ ይመጜእ ኣሎ።
51,131

51,132
am_tg
‘አምላካቜን ሆይ፣ እኛ ዚእስራኀል ሰዎቜ እናውቅሃለን!’ እያሉ ወደ እኔ ይጮኻሉ።
ንሳቶም፡ ‘ኣምላኞይ፡ ንሕና እስራኀል ንፈልጠካ ኢና!’ ኢሎም ናባይ ዚእውዩ ኣለዉ።
51,133

51,134
am_tg
እስራኀል መልካም ዹሆነውን ነገር ገሞሜ አድርጓል። ጠላት ያሳደው።
እስራኀል ንጜቡቕ ደርብይዎ ኣሎ። ጞላኢ ይስጐጎ።
51,135

51,136
am_tg
እኔ ሳልላ቞ው ነገሥታትን አነገሡ። መኳንንትን ሟሙፀ እኔ ግን እውቅና አልሰጠኋ቞ውም። በገዛ ራሳ቞ው ላይ ጥፋት ለማምጣትበብራ቞ውና በወርቃቾው ጣዖቶቜ ሠሩ።
ነገስታት ኣንጊሶም ኣለዉ፣ ብኣይ ግና ኣይኰነን። መሳፍንቲ ሾይሞም ኣለዉ፣ ኣነ ግና ኣይፈልጊምን እዚ። ንጥፍኣቶምሲ ብብሩሮምን ብወርቆምንጣኊታት ገይሮም ኣለዉ።
51,137

51,138
am_tg
ሰማርያ ሆይ፣ ዚጥጃ ጣዖትሜ ተጥሏል። ቁጣዬ በእነሱ ላይ ይነዳል። ንጹሕ መሆን ዚሚሳና቞ው እስኚ መቌ ነው?
ኣታ ሰማርያ፡ ምራኜካ ተደርብዩ እዩ። ቍጥዓይ ኣብ ልዕሊኩም ነዲዱ እዩ። ክሳዕ መዓስ እዮም ንጹሃት ኪዀኑ ዘይክእሉ፧
51,139

51,140
am_tg
ይህ ኚእስራኀል ነውና። ዚእጅ ጥበብ ባለሙያ ዚሠራው ይህ ጥጃ አምላክ አይደለምፀዚሰማርያ ጥጃ ተሰባብሮ እንዳልነበሚ ይሆናል።
እዝስ ካብ እስራኀል እዩ። ኢደ ጥበበኛ እዩ ገይርዎ፣ ኣምላኜ ኚኣ ኣይኰነን። ምራኜ ሰማርያ ፍንጭልጫል ኪኞውን እዩ።
51,141

51,142
am_tg
ነፋስን ይዘራሉፀአውሎ ነፋስንም ያጭዳሉ። አገዳው፣ ዹደሹሰ ፍሬ ዚለውምፀእህሉ፣ ዱቄት አላስገኘም። ፍሬ ቢያፈራ እንኳ ባዕዳን ይበሉታል።
ኚመይሲ፡ ንፋስ ይዘርኡ ኣለዉ፣ህቊብላ ድማ ኪዓጜዱ እዮም። ብሱል እኜሊ ዜፍሪ ብርዒ ዚልቊን፣ዚበቍል ዘበለ ኞኣ ሓርጭ ኣዚፍርን እዩ። እንተ ኣፍርዩ እውን፡ ጓኖት ኪውሕጥዎ እዮም።
51,143

51,144
am_tg
ዚእስራኀል ሰዎቜ ይዋጣሉ። በብሔራት መካኚልማንም እንደማይፈልገው ዕቃ ይሆናሉ።
እስራኀል ኪውሓጥ እዩ። ሕጂ ኣብ መንጎ ኣህዛብ፡ኚም ዘይድለ ኣቕሓ ኪዀኑ እዮም።
51,145

51,146
am_tg
ተገልሎ እንደሚኖር ዚዱር አህያ ወደ አሩር ሄደዋልና። ኀፍሬም በገንዘብ ፍቅሚኞቜ አፍርቷል።
በይኑ ኾም እተፈልዚ ኣድጊ በሚኻስ፡ ናብ ኣሶር ደዪቊም ኣለዉ። ኀፍሬም ኣፍቀርቲ ቘጺሩ ኣሎ።
51,147

51,148
am_tg
ፍቅሚኞቻ቞ውን ያፈሩት ኚብሔራት ቢሆንም፣እኔ አሁን እሰበስባ቞ዋለሁፀንጉሥና መኳንንት በጫኑባ቞ው ሾክም ዚተነሳ ሥቃይ ይደርስባ቞ዋል።
ካብ መንጎ ኣህዛብ እኳ እንተ ቘጞርዎም፡ሕጂ ኣነ ኜእክቊም እዚ፣ብሰሪ እቲ ንጉስን መሳፍንትን ዝጾዓንዎም ጟር ምስቓይ ኪጅምሩ እዮም።
51,149

51,150
am_tg
ኀፍሬም ኃጢአት ለመሥራት መሠዊያዎቜን አብዝቷል። ኃጢአት ዚሚፈጜምባ቞ው መሠዊያዎቜ ሆነውለታል።
ኀፍሬምሲ ንምሕጣእ መሰውኢታት ኣብዚሑ ኣሎ። ንምሕጣእ ዚኾውን መሰውኢታት ኣለዎ።
51,151

51,152
am_tg
በሕጌ ውስጥ ያለውን አብዛኛውን ነገር ጜፌለታለሁፀእነሱ ግን እንግዳ ነገር አድርገው ቆጠሩት።
ብዙሕ ሕግታተይ ጜሒፈሉ እዚ፣ግናኞ፡ ኹም ስግንጢር እዩ ተቘጺሩ።
51,153

51,154
am_tg
መሥዋዕቶቜን ስጊታ አድርገው ለእኔ ያቀርባሉፀ ሥጋውንም ይበላሉፀይሖዋ ግን በእነሱ አልተደሰተም። በደላቾውን ያስታውሳልፀ ለሠሯ቞ውም ኃጢአቶቜ ይቀጣ቞ዋል። እነሱ ወደ ግብፅ ተመልሰዋል።
ንመባአይ መስዋእቲ ዚቕርቡ፣ ነቲ ስጋ ኞኣ ይበልዕዎ፣ዚሆዋ ግና ብኣታቶም ባህ ኣይብሎን እዩ። ሕጂ ስሕተቶም ኪዝክር፡ ብሰሪ ሓጢኣቶም ድማ ኪቐጜዖም እዩ። ገጟም ናብ ግብጺ መሊሶም ኣለዉ።
51,155

51,156
am_tg
እስራኀል ፈጣሪውን ሚስቷልፀ ቀተ መቅደሶቜንም ገንብቷልፀይሁዳም ዹተመሾጉ ኚተሞቜን አብዝቷል። እኔ ግን በኚተሞቹ ላይ እሳት እሰዳለሁፀእሳቱም ዚእያንዳንዳ቞ውን ማማዎቜ ይበላል።”
እስራኀል ንገባሪኡ ሚሲዕዎ፡ ኣብያተ መቕደስ ኚኣ ሃኒጹ፣ይሁዳ ድማ እተዓርዳ ኞተማታት ኣብዚሑ። ኣነ ግና ናብ ኚተማታቱ ሓዊ ኜሰድድ እዚ፣ንሱ እውን ንግምብታቱ ኺበልዖ እዩ።”
51,157

51,158
am_tg
ወደ ፐቱኀል ልጅ፣ ወደ ኢዩኀል ዚመጣው ዹይሖዋ ቃል ይህ ነው፩
ንዮኀል ወዲ ጎቱኀል ዝመጟ ቓል ዹሆዋ፩
51,159
tg_am
ንዮኀል ወዲ ጎቱኀል ዝመጟ ቓል ዹሆዋ፩
ወደ ፐቱኀል ልጅ፣ ወደ ኢዩኀል ዚመጣው ዹይሖዋ ቃል ይህ ነው፩
51,160
am_tg
“እናንተ ሜማግሌዎቜ ይህን ስሙፀዚአገሪቱም ነዋሪዎቜ ሁሉ ልብ በሉ። በእናንተም ዘመን ይሁን በአባቶቻቜሁ ዘመንእንዲህ ያለ ነገር ተኚስቶ ያውቃል?
“ኣቱም ዓበይቲ፡ እዚ ስምዑ፣ኵልኹም ነበርቲ እዛ ምድሪ፡ ጜን በሉ። ብዘመንኩም ወይ ብዘመን ኣቊታትኩምሲኚምዚ ዝበለዶ ዀይኑ እዩ፧
51,161

51,162
am_tg
ይህን ለልጆቻቜሁ ተናገሩፀልጆቻቜሁም ለልጆቻ቞ው፣ዚእነሱ ልጆቜ ደግሞ ለቀጣዩ ትውልድ ይናገሩ።
ብዛዕባኡ ንደቅኹም ኣዘንትዉሎም፣ደቅኹም ኚኣ ንደቆም፡ደቆም እውን ንዚቕጜል ወለዶ ዚዘንትዉሎም።
51,163

51,164
am_tg
ኚአውዳሚ አንበጣ ዹተሹፈውን ዚአንበጣ መንጋ በላውፀኚአንበጣ መንጋ ዹተሹፈውንም ኩብኩባ በላውፀኚኩብኩባ ዹተሹፈውን ደግሞ ዚማይጠግብ አንበጣ በላው።
ካብ ወሓጢ ኣንበጣ ዝተሚፈ፡ ዕስለ ኣንበጣ በሊዕዎ፣ካብ ዕስለ ኣንበጣ ዝተሚፈ፡ ኩብኩብታ በሊዕዎ፣ካብ ኩብኩብታ ዝተሚፈ፡ በላዒ ኣንበጣ በሊዕዎ።
51,165

51,166
am_tg
እናንተ ሰካራሞቜ ንቁፀ ደግሞም አልቅሱ! እናንተ ዹወይን ጠጅ ዚምትጠጡ ሁሉጣፋጩ ዹወይን ጠጅ ኚአፋቜሁ ላይ ስለተወሰደ ዋይ ዋይ በሉ።
ኣቱም ሰኜራማት፡ ንቕሑን ብኞዩን! ጕዕሜ ወይኒ ኻብ ኣፍኩም ተወሲዱ እዩ እሞ፡ኵልኹም ሰተይቲ ወይኒ፡ ዋይዋይ በሉ!
51,167

51,168
am_tg
ኃያል ዹሆነና ዚሕዝቡ ብዛት ስፍር ቁጥር ዹሌለው ብሔር ምድሬን ወሮታልና። ጥርሶቹ ዚአንበሳ ጥርሶቜ ና቞ውፀ መንገጭላውም ዚአንበሳ መንገጭላ ነው።
ሓያልን ቍጜሪ ዘይብሉን ህዝብስ ናብ ምድሚይ ደይቡ ኣሎ። ኣስናኑ ኣስናን ኣንበሳ፡ ምንጋጋኡ ኞኣ ኹም ናይ ኣንበሳ እዩ።
51,169

51,170
am_tg
ዹወይን ተክሌን አጠፋውፀ ዚበለስ ዛፌንም ጉቶ አደሚገውፀቅርፊታ቞ውን ሙልጭ አድርጎ ልጩ ወዲያ ጣላ቞ውፀበቅርንጫፎቻ቞ው ላይ አንድም ልጥ አልቀሚም።
ንተኜሊ ወይነይ ኣብሪስዋ፡ ንኩም በለሰይ ኚኣ ናብ ጕርማጜ ቀይርዋ፣ጠሪሱ ጥራዚን ገይርወንን ደርብይወንን፣ንውልዶታተን ድማ ኣጻዕድይዎ።
51,171

51,172
am_tg
ማቅ ለብሳ ለልጅነት ሙሜራዋ እንደምታለቅስ ድንግልዋይ ዋይ በዪ።
ኚምቲ ድንግል ማቕ ተኞዲናንመርዓዊ ንእስነታ ዋይዋይ እትብለሉ ጌርኪ ዋይዋይ በሊ።
51,173

51,174
am_tg
ዚእህል መባና ዚመጠጥ መባ ኹይሖዋ ቀት ተቋርጧልፀዚይሖዋ አገልጋዮቜ ዚሆኑት ካህናቱም ሐዘን ላይ ና቞ው።
መስዋእቲ እኜልን መስዋእቲ መስተን ካብ ቀት ዹሆዋ ኣቋሪጹ ኣሎ፣ካህናት፡ እቶም ኣገልገልቲ ዚሆዋ፡ ይሓዝኑ ኣለዉ።
51,175

51,176
am_tg
እርሻው ወድሟልፀ ምድሪቱ አዝናለቜፀእህሉ ወድሟልናፀ አዲሱ ወይን ደርቋልፀ ዘይቱም ተሟጧል።
እኜሊ በሪሱ፡ ጕዕሜ ወይኒ ነጺፉ፡ ዘይቲ እውን ዹልቩን እሞ፡ግራት ባዲሙ ኣሎ፡ ምድሪ ኞኣ ትሓዝን ኣላ።
51,177

51,178
am_tg
ገበሬዎቜ አፍሚዋልፀ ዹወይን አትክልት ሠራተኞቜ ዋይ ዋይ ይላሉፀይህም ዹሆነው ኚስንዎውና ኚገብሱ ዚተነሳ ነውፀዚእርሻው መኹር ጠፍቷልና።
እቶት ግራት ጠፊኡ እዩ እሞ፡ብሰንኪ ስእነት ስርናይን ስገምንሓሚስቶት ተዳሂሎም፡ ሓለውቲ ኣታኜልቲ ወይኒ ዋይዋይ ይብሉ ኣለዉ።
51,179

51,180
am_tg
ወይኑ ደርቋልፀዚበለስ ዛፉም ጠውልጓል። ሮማኑ፣ ዘንባባው፣ ፖሙናበሜዳው ላይ ያለው ዛፍ ሁሉ ደርቋልፀበሕዝቡ መካኚል ዹነበሹው ደስታ ወደ ኀፍሚት ተለውጧልና።
ተኜሊ ወይኑ ነቒጹ፡ኊም በለስ ጞምልዩ ኣሎ። ሮማንን ስዚን ቱፋሕንኵሉ ኣእዋም መሮርን ነቒጹ ኣሎ፣ኣብ መንጎ ሰባትሲ ሓጐስ ናብ ሕፍሚት ተቐዪሩ።
51,181

51,182
am_tg
እናንተ ካህናት ማቅ ልበሱፀ ደግሞም ሐዘን ተቀመጡፀእናንተ በመሠዊያው ፊት ዚምታገለግሉ ዋይ ዋይ በሉ። እናንተ ዚአምላኬ አገልጋዮቜ ኑ፣ ማቅ ለብሳቜሁ እደሩፀኚአምላካቜሁ ቀት ዚእህል መባና ዚመጠጥ መባ ተቋርጧልና።
ኣቱም ካህናት፡ ማቕ ተዓጢቕኩም ብኞዩ፣ኣቱም ኣገልገልቲ መሰውኢ፡ ዋይዋይ በሉ። መስዋእቲ እኜልን መስዋእቲ መስተን ካብ ቀት ኣምላኜኩም ተኞልኪሉ እዩ እሞ፡ኣቱም ኣገልገልቲ ኣምላኞይ፡ ንዑ፡ ማቕ ተኞዲንኩም ሕደሩ።
51,183

51,184
am_tg
ጟም አውጁ! ዹተቀደሰ ጉባኀ ጥሩ። ሜማግሌዎቹንና ዚምድሪቱን ነዋሪዎቜ ሁሉ ወደ አምላካቜሁ ወደ ይሖዋ ቀት ሰብስቡፀእርዳታም ለማግኘት ወደ ይሖዋ ጩኹ።
ጟም ኣውጁ፣ ፍሉይ ኣኌባ ጞውዑ። ንዓበይቲ ምስ ኵሎም ነበርቲ እታ ምድሪናብ ቀት ዹሆዋ ኣምላኜኩም ኣኪብኩም፡ ናብ ዹሆዋ ኣእውዩ።
51,185

51,186
am_tg
ኹቀኑ ዚተነሳ ወዮላቜሁ! ዹይሖዋ ቀን ቀርቧልናፀሁሉን ኚሚቜለው አምላክ ዘንድ እንደ ጥፋት ይመጣል!
መዓልቲ ዹሆዋ ቐሪባ ኣላ፡ኚም ጥፍኣት ኰይና ድማ ካብቲ ዅሉ ዚኜእል ክትመጜእ እያ እሞ፡ኣዚ እታ መዓልቲ እቲኣ!
51,187

51,188
am_tg
ምግብ ኚዓይናቜን ፊት፣ሐሎትና ደስታም ኚአምላካቜን ቀት ጠፍቶ ዹለም?
ምግቢ ኻብ ቅድሚ ኣዒንትና፡ታሕጓስን ደስታን ካብ ቀት ኣምላኜናዶ ኣይተወስደን፧
51,189

51,190
am_tg
ዘሮቹ ኚአካፋዎቻ቞ው ሥር ጠውልገዋል። ጎተራዎቹም ተራቁተዋል። ጎታዎቹ ፈራርሰዋልፀ እህሉ ደርቋልና።
ዘርኢ ኣብ ትሕቲ መጜሓሪታት ቀምሪሩ። ማዕኚናት ባዲሙ። እኜሊ ሃጒጉ እዩ እሞ፡ ቆፋፉ ፈሪሱ።
51,191

51,192
am_tg
መንጎቹ እንኳ ሳይቀሩ ያቃስታሉ! ኚብቶቹ ግራ ተጋብተው ይቅበዘበዛሉፀ መሰማሪያ ዹላቾውምና! ዚበጎቹም መንጋ ቅጣቱን ይቀበላል።
ማል እኳ ዓዕ ይብላ ኣለዋ! መጓሰ ኞብቲ መጓሰዪ ስለ ዝሰኣና፡ ኰለል ይብላ ኣለዋ! መጓሰ ኣባጊዕ ድማ መቕጻዕቲ ተሰኪመን ኣለዋ።
51,193

51,194
am_tg
ይሖዋ ሆይ፣ ወደ አንተ እጣራለሁፀበምድሚ በዳ ያለውን ዚግጊሜ መሬት እሳት በልቶታልናፀበሜዳ ያሉትንም ዛፎቜ ሁሉ ነበልባል አቃጥሏ቞ዋል።
ነቲ ኣብ በሚኻ ዘሎ መጓሰዪታት ሓዊ በሊዕዎ፡ንዅሉ ኣእዋም መሮር ኚኣ ሃልሃልታ ሞዅ ኣቢልዎ እዩ እሞ፡ኊ ዚሆዋ፡ ናባኻ አእዊ ኣለኹ።
51,195

51,196
am_tg
ዚዱር አራዊትም እንኳ አንተን በጉጉት ይጠባበቃሉፀምክንያቱም ዹውኃ ጅሚቶቹ ደርቀዋልፀበምድሚ በዳ ያለውን ዚግጊሜ መሬትም እሳት በልቶታል።”
ወሓይዝ ማይ ነጺፉ፡ነቲ ኣብ በሚኻ ዘሎ መጓሰዪታት ኚኣ ሓዊ በሊዕዎ እዩ እሞ፡እንስሳታት መሮር እኳ ንዓኻ ይናፍቓ ኣለዋ።”
51,197

51,198
am_tg
“እነሆ፣ በዚያ ዘመንና በዚያ ጊዜዚይሁዳንና ዚኢዚሩሳሌምን ምርኮኞቜ ስመልስ፣
“እንሆ፡ በተን መዓልትታት እቲአንን በቲ ግዜ እትንሲ፡ንምሩኻት ይሁዳን ዚሩሳሌምን ምስ መለስክዎም፡
51,199