Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,500
am_tg
ይሖዋ ሙታንን ኚማስነሳት ጋር በተያያዘ ኢዚሱስ ትልቅ ሚና እንዲኖሚው አድርጓል።
ዹሆዋ ንዚሱስ፡ ምዉታት ኬተንስእ ኣገዳሲ ዕዮ ሂብዎ እዩ።
5,501
tg_am

5,502
am_tg
ኢዚሱስ ትንሣኀና ሕይወት እንደሆነ ዹተናገሹው ቃል በገነት ውስጥ ፍጻሜውን ያገኛል።
ዚሱስ ድማ ኣብ ገነት፡ ነቲ ኾም ትንሳኀን ህይወትን መጠን ዘለዎ ግደ ኺፍጜሞ እዩ።
5,503

5,504
am_tg
ይሖዋ ዚቀተሰቡ አባላት እንዲሆኑ ዹጋበዘው ዚተመሚጡ ጥቂት ሰዎቜን ብቻ አይደለምፀ ኢዚሱስ ዹአምላክን ፈቃድ ዚሚያደርግ ሁሉ ለእኔ ወንድሜ፣ እህ቎ና እና቎ ነው በማለት መናገሩ ይህን ያሳያል።
ዚሱስ፡ ፍቓድ ኣምላኜ ዚገብር ዘበለ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ ስለ ዝበለ፡ ዹሆዋ ፍሉይ መሰል ንዝሃቩም እተወሰኑ ሰባት ጥራይ ኣይኰነን ልግሱ ኣርእይዎም።
5,505

5,506
am_tg
ዹአምላክ ፈቃድ ኹሁሉም ብሔራት፣ ነገዶቜ፣ ሕዝቊቜና ቋንቋዎቜ ዚተውጣጡና ቁጥራ቞ው በውል ዚማይታወቅ እጅግ ብዙ ሕዝብ አገልጋዮቹ እንዲሆኑ ነው።
ካብ ኵሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን እተኣኚቡ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ ኣምለኜቱ ኪዀኑ ፍቓድ ኣምላኜ እዩ።
5,507

5,508
am_tg
በክርስቶስ ቀዛ ላይ እምነት እንዳላ቞ው ዚሚያሳዩና ዹአምላክን ፈቃድ ዚሚያደርጉ ሁሉ መዳን ያገኘነው በዙፋኑ ላይ ኹተቀመጠው ኚአምላካቜን እንዲሁም ኹበጉ ነው በማለት በታላቅ ድምፅ ኚሚጮኹት ሰዎቜ መካኚል ዹመሆን አጋጣሚ አላ቞ው።
እቶም ብበጃ ክርስቶስ ዚኣምኑን ፍቓድ ኣምላኜ ዚገብሩን፡ ድሕነት ካብቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ኣምላኜናን ካብቲ ገንሾልን እዩ ኢሎም ኪጭድሩ እዮም።
5,509

5,510
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስን እውነት በተለያዩ ቋንቋዎቜ ለማሰራጚት ሲባል ዛዚንስ ዎቜ ታወር ትራክት ሶሳይቲ ዚተባለው ማኅበር በ1884 ተቋቋመፀ ዚማኅበሩ ፕሬዚዳንት ቻርልስ ቮዝ ራስል ነበር።
ሓቅታት መጜሓፍ ቅዱስ ብእተፈላለዚ ቛንቋታት ንምዝርጋሕ፡ ብ1884 ናይ ጜዮን ማሕበር ግምቢ ዘብዐኛን ትራክትን ብሕጊ ተመዝገበ፣ ቻርለስ ቮዝ ራስል ኚኣ ፕሚዚደንት እቲ ትካል ኰነ።
5,511

5,512
am_tg
ወንድም ራስል መጜሐፍ ቅዱስን በትጋት ያጠና ዹነበሹ ሲሆን አምላክ ሥላሎ እንደሆነና ነፍስ እንደማትሞት ዚሚገልጹት ትምህርቶቜ ሐሰት መሆናቾውን በድፍሚት አጋልጧል።
ራስል፡ ንፉዕ ተምሃራይ መጜሓፍ ቅዱስ እዩ ነይሩ፣ ኹም ስላሎን ዘይትመውት ነፍስን ዝኣመሰለ ናይ ሓሶት ሰሹተ እምነታት ኚኣ ብትብዓት ኣቃልዐ።
5,513

5,514
am_tg
ክርስቶስ ዹሚመለሰው በማይታይ ሁኔታ እንደሆነ እንዲሁም ዚተወሰኑት ዚአሕዛብ ዘመናት በ1914 እንደሚያበቁ ተገንዝቩ ነበር።
ክርስቶስ ብዘይርአ መገዲ ኾም ዚምለስን ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ ብ1914 ኹም ዜብቅዕን ኣስተብሂሉ ነበሚ።
5,515

5,516
am_tg
ወንድም ራስል ጊዜውን፣ ጉልበቱንና ገንዘቡን ምንም ሳይቆጥብ እነዚህን እውነቶቜ ለሌሎቜ አካፍሏል።
ነቲ ዝፈለጩ ሓቂ ንኻልኊት ንምክፋል ኚኣ፡ ግዜኡን ጕልበቱን ገንዘቡን ወፈዚ።
5,517

5,518
am_tg
በግልጜ ለማዚት እንደሚቻለው ይሖዋና ዚጉባኀው ራስ ዹሆነው ኢዚሱስ በዚያ ወሳኝ ወቅት ወንድም ራስልን ተጠቅመውበታል።
ኣብቲ ኣገዳሲ ግዜ እቲ፡ ዹሆዋን እቲ ርእሲ ጉባኀን ንሓውና ራስል ተጠቒሞምሉ እዮም።
5,519

5,520
am_tg
ወንድም ራስል ኚሰዎቜ ክብር ለማግኘት አልሞኚሚም።
ሓውና ራስል፡ ክብሪ ሰብ ኪሚክብ ኣይደልን እዩ ነይሩ።
5,521
tg_am
ሓውና ራስል፡ ክብሪ ሰብ ኪሚክብ ኣይደልን እዩ ነይሩ።
ወንድም ራስል ኚሰዎቜ ክብር ለማግኘት አልሞኚሚም።
5,522
am_tg
በ1896 እንዲህ ሲል ጜፏልፊ ለእኛም ሆነ ለምናዘጋጃቾው ጜሑፎቜ ሙገሳና ውዳሎ መቀበል አንፈልግምፀ አባ ወይም ሚቢ ተብለን መጠራት አንፈልግም።
ብ1896 ኹምዚ ኢሉ ጾሓፈ፩ ንዓና ዀነ ንጜሑፋትና ኜብርን ኣኜብሮትን ኣይንደልን ኢና፣ ብሃይማኖታዊ መዓርጋት ድማ ክንጜዋዕ ኣይንደልን ኢና።
5,523

5,524
am_tg
ማንም ሰው በእኛ ስም እንዲጠራም አንፈልግም።
ስምና ኺጜዋዕ እውን ባህጊ ዚብልናን።
5,525
tg_am
ስምና ኺጜዋዕ እውን ባህጊ ዚብልናን።
ማንም ሰው በእኛ ስም እንዲጠራም አንፈልግም።
5,526
am_tg
አክሎም ይህ ዹአምላክ እንጂ ዹሰው ሥራ አይደለም ብሏል።
ጾኒሑ ኞኣ፡ እዚ፡ ዕዮ ሰብ ኣይኰነን በለ።
5,527
tg_am
ጾኒሑ ኞኣ፡ እዚ፡ ዕዮ ሰብ ኣይኰነን በለ።
አክሎም ይህ ዹአምላክ እንጂ ዹሰው ሥራ አይደለም ብሏል።
5,528
am_tg
ሁላቜንም በሕይወታቜን ውስጥ ዚተለያዩ ምርጫዎቜንና ውሳኔዎቜን ማድሚግ ይኖርብናል።
ኵላትና ኜንመርጜን ክንውስንን ዜድልዚና ዅነታት ዚጋጥመና እዩ።
5,529

5,530
am_tg
ሁሉም ውሳኔዎቻቜን ዚሕይወትና ዚሞት ጉዳይ ናቾው ማለት ላይሆን ይቜላል።
ኵሉ ውሳነታትና ንህይወትና ኣብ ሓደጋ ዜእቱ ኾይኹውን ይኜእል እዩ።
5,531

5,532
am_tg
ይሁንና ዹምናደርጋቾው ብዙዎቹ ምርጫዎቜ ወይም ውሳኔዎቜ በሕይወታቜን ላይ ትልቅ ለውጥ ሊያስኚትሉ ይቜላሉ።
ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኡ ውሳነታትናን እንገብሮ ምርጫታትን፡ ዓብዪ ጜልዋ ኌሕድሚልና ይኜእል እዩ።
5,533

5,534
am_tg
ጥሩ ውሳኔዎቜን ካደሚግን በአንጻራዊ ሁኔታ ዹተሹጋጋና ሰላማዊ ሕይወት መኖር እንቜላለንፀ በሌላ በኩል ደግሞ ዚተሳሳቱ ውሳኔዎቜ ካደሚግን ሕይወታቜን በቜግርና በብስጭት ዹተሞላ ሊሆን ይቜላል።
ስለዚ፡ ናይ ምውሳን ክእለትና ኣብ ክንዲ ህውኚትን ባእስን ጓህን ዝመልኩ ህይወት፡ ህዱእን ሰላማውን ህይወት ክንነብር ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
5,535

5,536
am_tg
ጥበብ ዚሚንጞባሚቅበት ውሳኔ ለማድሚግ ምን ሊሚዳን ይቜላል?
ጥበባዊ ውሳነ ኜንገብር እንታይ ኪሕግዘና ይኜእል፧
5,537
tg_am
ጥበባዊ ውሳነ ኜንገብር እንታይ ኪሕግዘና ይኜእል፧
ጥበብ ዚሚንጞባሚቅበት ውሳኔ ለማድሚግ ምን ሊሚዳን ይቜላል?
5,538
am_tg
በአምላክ ላይ እምነት ሊኖሹን ይኾውም ጥበበኞቜ እንድንሆን እኛን ለመርዳት ፍላጎቱም ሆነ ቜሎታው እንዳለው ልንተማመን ይገባል።
ኣምላኜ ጥበበኛታት ክንኹውን ኪሕግዘና ፍቓደኛ ኾም ዝዀነን ክእለት ኹም ዘለዎን ኚይተጠራጠርና ኜንኣምን ኣሎና።
5,539

5,540
am_tg
በተጚማሪም በይሖዋ ቃልና ነገሮቜን በሚያኚናውንበት መንገድ ላይ እምነት ማዳበር አለብንፀ በሌላ አባባል በመንፈሱ መሪነት ባስጻፈው ቃሉ ውስጥ በሚገኘው ምክር መተማመን ይኖርብናል።
ብዘይካዚ፡ ብድራኞ መንፈስ ኣምላኜ ኣብ እተጻሕፈ ምኜሪ ብምውካል ኣብ ቃል ዹሆዋን ኣብ መገዱን እምነት ኚነሕድር ኣሎና።
5,541

5,542
am_tg
ወደ እሱ እዚቀሚብንና ለቃሉ ያለን ፍቅር እዚጚመሚ ሲሄድ እሱ በሚሰጠን ምክር ይበልጥ እንተማመናለን።
ናብኡ ብዝቐሚብናን ንቓሉ ዘሎና ፍቕሪ ብዝዓበዚን መጠን፡ ኣብ ፍርድታቱ ዝያዳ ምትእምማን ኚነሕድር ኢና።
5,543

5,544
am_tg
በመሆኑም ውሳኔዎቜን ኚማድሚጋቜን በፊት ዹአምላክን ቃል ዹመመርመር ልማድ እናዳብራለን።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ ውሳነታት ቅድሚ ምግባርና ኣብ ቃል ኣምላኜ ናይ ምውካስ ልማድ ኚነማዕብል ንኜእል ኢና።
5,545

5,546
am_tg
አፍቃሪው አምላካቜን ምንጊዜም ለታማኝ አገልጋዮቹ ኹሁሉ ዚተሻለውን ነገር ያደርጋል።
እቲ ፈቃር ኣምላኜና ዅሉ ሳዕ ብዛዕባ ሚብሓ እሙናት ኣገልገልቱ እዩ ዚሓስብ።
5,547

5,548
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ እንዲህ ይላል፩ እንባን ሁሉ ኹዓይናቾው ያብሳልፀ ኚእንግዲህ ወዲህ ሞት አይኖርምፀ ሐዘንም ሆነ ጩኞት እንዲሁም ሥቃይ ኚእንግዲህ ወዲህ አይኖርም።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ፣ ደጊም ሞት ኣይኪኞውንን፡ ደጊም እውን ሓዘን ወይ ኣውያት ወይ ስቓይ ኣይኪኞውንን እዩ ይብል።
5,549

5,550
am_tg
ዹይሖዋን ፍቅር ኚልባ቞ው ዚሚያደንቁና እንደ ገዢያ቞ው አድርገው ዚሚታዘዙት ሁሉ ኚፊታ቞ው እጅግ ግሩም ተስፋ ተዘርግቶላ቞ዋል! ዹይሖዋ ቃል እንዲህ ይላል፩ ነቀፋ ዚሌለበትን ሰው ልብ በልፀ ቀና ዹሆነውንም ሰው በትኩሚት ተመልኚትፀ ዹዚህ ሰው ዚወደፊት ሕይወት ሰላማዊ ይሆናልና።
ነቶም ንፍቕሪ ኣምላኜ ሞሳ ዘሎናን ንዕኡ ኾም ገዛኢና ጌርና እንእዘዞን ዘበልናስ፡ ኹመይ ዝበለ ዜደንቕ መጻኢ ዀን እዩ ዚጜበዚና ዘሎ! ቃል ዚሆዋ፡ መንቅብ ንዘይብሉ ኣስተብህለሉ፡ ንቕኑዕ ኚኣ ርኣዮ፡ መጻኢ እቲ ሰብ እትስ ሰላም ኪኞውን እዩ።
5,551

5,552
am_tg
ኃጢአተኞቜ ሁሉ ግን ይጠፋሉ።
ኵሎም ኣበስቲ ግና ኪጠፍኡ እዮም ይብለና።
5,553
tg_am
ኵሎም ኣበስቲ ግና ኪጠፍኡ እዮም ይብለና።
ኃጢአተኞቜ ሁሉ ግን ይጠፋሉ።
5,554
am_tg
ነቀፋ ዚሌለበት ሰው ይሖዋንና ልጁን ያውቃልፀ እንዲሁም ታዛዥ በመሆን ዹአምላክን ፈቃድ ይፈጜማል።
መንቅብ ዘይብሉ ሰብ፡ ንዹሆዋን ንወዱን ይፈልጊም፡ ፍቓድ ኣምላኜ ድማ ይገብር እዩ።
5,555

5,556
am_tg
እንዲህ ያለው ሰው ላይ ዹሚገኘውን ዓለምም ሆነ ምኞቱ ያልፋሉፀ ዹአምላክን ፈቃድ ዚሚያደርግ ግን ለዘላለም ይኖራል ዹሚለውን ሐሳብ በቁም ነገር ይመለኚተዋል።
ነቲ ኣብ ዚርኚብ፡ ዓለም ኚኣ ትሓልፍ እያ ዘላ፡ ትምኒታ እውን ኚምኡ፣ እቲ ፍቓድ ኣምላኜ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር ዚብል ቃላት ብቝም ነገር እዩ ዚርእዮ።
5,557

5,558
am_tg
ይህ ዓለም ዚሚጠፋበት ጊዜ እዚተቃሚበ በመሆኑ ይሖዋን ተስፋ አድርግፀ መንገዱንም ተኹተል ዹሚለውን ምክር ተግባራዊ ማድሚጋቜን አጣዳፊ ነው።
መወዳእታ ዓለም ኪቐርብ ኹሎ ድማ፡ ብህጹጜ ንዹሆዋ ኜንጜበዮን መገዱ ኜንሕሉን ኣሎና።
5,559

5,560
am_tg
ማርታ፣ ለኢዚሱስ ለዚት ያለ ምግብ በማዘጋጀት ተጠምዳለቜፀ እንዲሁም ዚማርያም ሁኔታ አበሳጫት።
ማርታ ንዚሱስ ፍሉይ ምግቢ ኣብ ምስራሕ ትሕዝቲ ነበሚት፣ ብማርያም ኚኣ ተበሳጚወት።
5,561

5,562
am_tg
ኢዚሱስ፣ ማርታ ብዙ ነገር ለማኹናወን እዚጣሚቜ እንደሆነ ስላስተዋለ በደግነት ማርታ፣ ማርታ፣ ስለ ብዙ ነገር ትጚነቂያለሜፀ ደግሞም ትጠበቢያለሜ አላት።
ዚሱስ፡ ማርታ ብዙሕ ነገራት ክትገብር ትጜዕር ኹም ዘላ ተገንዚቡ፡ ብሕያውነት፡ ማርታ፡ ማርታ፡ ብብዙሕ ነገር ትጭነቕን ትሜገርን ኣለኺ በላ።
5,563

5,564
am_tg
አንድ ዓይነት ምግብ ብቻ በቂ እንደሆነ ሐሳብ ሰጣት።
ሒደት ምግቢ እኹል ኹም ዝዀነ ድማ ሓበራ።
5,565
tg_am
ሒደት ምግቢ እኹል ኹም ዝዀነ ድማ ሓበራ።
አንድ ዓይነት ምግብ ብቻ በቂ እንደሆነ ሐሳብ ሰጣት።
5,566
am_tg
ኚዚያም ኢዚሱስ ትኩሚቱን ወደ ማርያም ዞር በማድሚግ ማርያም በበኩሏ ጥሩ ዹሆነውን ድርሻ መርጣለቜፀ ይህም ኚእሷ አይወሰድም በማለት ድርጊቷ እንደ ቞ልተኝነት ሊታይ እንደማይገባ ተናገሚ።
ማርያም ሾለልተኛ ኾም ዝዀነት ኰይኑ ኞይስምዓ ኢሉ ኞኣ፡ ማርያምሲ ጜቡቕ ግደ ሓርያ ኣላ፣ ካብኣ ኞኣ ኣይኪውሰድን እዩ በለ።
5,567

5,568
am_tg
ማርያም በዚህ ልዩ ወቅት ዚተመገበቜውን ምግብ ብዙም ሳይቆይ ትሚሳው ይሆናልፀ ይሁንና ትኩሚቷ ሳይኚፋፈል ኢዚሱስን በማዳመጧ ዚተ቞ራትን ምስጋናም ሆነ ያገኘቜውን ግሩም መንፈሳዊ ምግብ መቌም አትሚሳውም።
ማርያም ኣብቲ ፍሉይ ኣጋጣሚ እቲ እንታይ ኹም ዝበልዐት ሚሲዓቶ ኜትኚውን እትኜእል እኳ እንተ ዀነት፡ ንዚሱስ ብኣቓልቊ ስለ ዝሰምዓቶ ንዝሚኞበቶ ናእዳን መንፈሳዊ ምግብን ግና ፈጺማ ኣይትርስዖን እያ።
5,569

5,570
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ ኹ60 ኚሚበልጡ ዓመታት በኋላ ኢዚሱስ ማርታንና እህቷን ይወዳ቞ው እንደነበር ጜፏል።
ልዕሊ 60 ዓመት ጞኒሑ፡ ሃዋርያ ዮሃንስ፡ ዚሱስ ድማ ንማርታን ንሓብታን ዚፍቅሮም ነበሹ ኢሉ ጞሓፈ።
5,571

5,572
am_tg
በመንፈስ መሪነት ዚተጻፈው ይህ ሐሳብ ማርታ፣ ኢዚሱስ ዚሰጣትን ፍቅራዊ እርማት እንደተቀበለቜና በቀሪው ሕይወቷ ይሖዋን በታማኝነት ለማገልገል ጥሚት እንዳደሚገቜ በግልጜ ያሳያል።
እዚ ብድራኞ መንፈስ እተጻሕፈ ቓላት እዚ፡ ማርታ ነቲ ዚሱስ ዝሃባ ፍቕራዊ እርማት ኣብ ልባ ኾም ዘሕደሚቶን ኣብ ዝተሹፈ ህይወታ ብምሉኡ ንዹሆዋ እምንቲ ዀይና ኾም ዘገልገለትን ዚሕብር እዩ።
5,573

5,574
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ለሹጅም ጊዜ ዹዘለቀ ኚባድ ስደት ቢደርስባ቞ውም ምንጊዜም በተስፋ቞ው ይደሰታሉ።
ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኚቢድን ቀጻልን መስጐጕቲ እኳ እንተ ኣጋጠሞም፡ ወትሩ ብተስፋኊም ይሕጐሱ እዮም።
5,575

5,576
am_tg
ለምሳሌ በሲንጋፖር፣ በኀርትራ እና በደቡብ ኮሪያ በርካታ ወንድሞቻቜንና እህቶቻቜን ታስሚዋልፀ አብዛኞቹ ዚታሰሩት ኢዚሱስ ሰይፍ እንዳንመዝ ዹሰጠውን ትእዛዝ በማክበራ቞ው ነው።
ንኣብነት፡ ሓያሎ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ኀርትራን ሲንጋፖርን ደቡብ ኮርያን ተኣሲሮም ኣለዉ፣ መብዛሕትኊም ኚኣ ምስቲ ዚሱስ ሰይፊ ኾዹልዕሉ ዝኣዘዞም ቃል ተሰማሚዖም ስለ እተመላለሱ እዮም ተኣሲሮም።
5,577

5,578
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ አብዛኞቹ ዹይሖዋ ሕዝቊቜ ኚባድ ስደት አላጋጠማ቞ውም።
ሓያሎ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኚቢድ መስጐጕቲ ተጻዊሮም እዮም።
5,579

5,580
am_tg
እነሱ ዚደሚሰባ቞ው ዚእምነት ፈተና ሌላ ነው።
እቲ ዘጋጠሞም ናይ እምነት ፈተና ድማ እተፈላለዚ እዩ።
5,581
tg_am
እቲ ዘጋጠሞም ናይ እምነት ፈተና ድማ እተፈላለዚ እዩ።
እነሱ ዚደሚሰባ቞ው ዚእምነት ፈተና ሌላ ነው።
5,582
am_tg
ድህነትን ተቋቁመው ዚሚኖሩ አሊያም በጊርነት ወይም በተፈጥሮ አደጋዎቜ ምክንያት መኚራ ዚደሚሰባ቞ው በርካታ ወንድሞቜ አሉ።
ብዙሓት ኣሕዋትና፡ ድኜነት፡ ውግእ ሓድሕድ ወይ ባህርያዊ ሓደጋታት ተጻዊሮም እዮም።
5,583

5,584
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ እንደ ሙሮና ዚጥንት ዚእምነት አባቶቜ፣ በዚህ ዓለም ላይ ዹተደላደለ ሕይወት ወይም ዝና ዚማግኘት አጋጣሚያ቞ውን መሥዋዕት አድርገዋል።
ካልኊት ኚኣ ኹም ሙሮን ካልኊት ኣበውን ዓለማዊ ምሟት ወይ ዝና ገዲፎም እዮም መጺኊም።
5,585

5,586
am_tg
ቁሳዊ ነገሮቜን በማሳደድና ዚራሳ቞ውን ፍላጎት በማሟላት ላይ ያተኮሚ ሕይወት እንዲመሩ በሚቀርብላ቞ው ፈተና ላለመሾነፍ ኹፍተኛ ትግል ያደርጋሉ።
ኣብ ፍቕሹ ንዋይን ጥቕሚ ርእስኻ ቐዳምነት ኣብ ምሃብን ዘተኰሹ ህይወት ኪነብሩ ንዚቐርበሎም ፈተና ኣበርቲዖም ይቃለስዎ እዮም።
5,587

5,588
am_tg
እነዚህ ወንድሞቜ እንዲጞኑ ዚሚዳ቞ው ምንድን ነው?
ኚምኡ ኺገብሩ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧
5,589
tg_am
ኚምኡ ኺገብሩ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧
እነዚህ ወንድሞቜ እንዲጞኑ ዚሚዳ቞ው ምንድን ነው?
5,590
am_tg
ለይሖዋ ያላ቞ው ፍቅር እንዲሁም ይሖዋ ማንኛውንም ዚፍትሕ መጓደል እንደሚያስተካክልና ታማኝ አገልጋዮቹን ጜድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ ዹዘላለም ሕይወት በመስጠት እንደሚባርካ቞ው ያላ቞ው ጠንካራ እምነት ነው።
እታ ንዹሆዋ ዘላቶም ፍቕርን እታ ኣብቲ ዹሆዋ ንዅሉ ዘይፍትሓውነት ኹም ዜዐርዮን ነቶም እሙናት ኣገልገልቱ ጜድቂ ኣብ ዚሰፍና ሓዳስ ዓለም ናይ ዘለኣለም ህይወት ብምሃብ ኹም ዚኜሕሶምን ዘተስፈዎ ተስፋ ዘላቶም ድልድልቲ እምነትን እያ።
5,591

5,592
am_tg
ኢዚሱስ ተኚታዮቹ ምን ብለው እንደሚያምኑ ኹመጠዹቅ ወደኋላ አላለም።
ዚሱስ ንሰዓብቱ፡ እንታይ ኹም ዚኣምኑ ምሕታቶም ኣዚፍርሆን እዩ ነይሩ።
5,593

5,594
am_tg
እናንተም ዚእሱን ምሳሌ ተኚተሉ።
ንስኻ እውን ኣብነቱ ስዓብ።
5,595
tg_am
ንስኻ እውን ኣብነቱ ስዓብ።
እናንተም ዚእሱን ምሳሌ ተኚተሉ።
5,596
am_tg
ኚልጆቻቜሁ ጋር ስትጚዋወቱ ስሜታ቞ውን እንዲገልጹ አበሚታቷ቞ው።
ውሉዳትካ ፍዅስ ኢልዎም ሓሳባቶም ኪገልጹ ኣብ ዚኜእሉሉ እዋን፡ ስምዒታቶም ኪገልጹ ሕተቶም።
5,597

5,598
am_tg
ልጃቜሁ አንድን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትምህርት በተመለኹተ ጥርጣሬ ካደሚበት፣ ኚመቆጣት ወይም እንዲህ ዓይነት ጥያቄ ማንሳቱ ተገቢ እንዳልሆነ እንዲሰማው ኚማድሚግ ተቆጠቡ።
ውሉድካ ብዛዕባ ገሊኡ ትምህርቲ ዚጣራጠር እንተ ዀይኑ፡ እምብዛ ሓያል ምላሜ ኚይትህቊ ወይ ኹም ዝሰጋእካ ዄንካ ኞይትምልስ ተጠንቀቕ።
5,599