Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,300
am_tg
ሁላቜንም ጳውሎስ ኹተወው ጥሩ ምሳሌ ትምህርት ማግኘት እንቜላለንፀ ጳውሎስ፣ ወንድሞቹ ዚራሳ቞ውን ውሳኔ ዚማድሚግ መብት እንዳላ቞ው በመገንዘብ ይህን መብታ቞ውን አክብሮላ቞ዋል።
ጳውሎስ ኣሕዋቱ ንዘለዎም ናይ ምውሳን መሰል ብምኜባር ዝመጞ፡ ጜቡቕ ኣብነት ሓዲጉ እዩ።
5,301
tg_am

5,302
am_tg
በዛሬው ጊዜ ያሉ ሜማግሌዎቜም ኹግል ምርጫ ጋር ዚተያያዙ ጉዳዮቜን በተመለኹተ ምክር ሲሰጡ ዚእሱን ምሳሌ ሊኹተሉ ይገባል።
ሎሚ ዘለዉ ሜማግለታት እውን፡ ምስ ብሕታዊ ውሳነ ኣብ ዚተሓሓዝ ጕዳይ ምኜሪ ኺህቡ ኾለዉ ነዚ ኣብነት እዚ ኺስዕቡ ኣለዎም።
5,303

5,304
am_tg
በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዚተመሠሚቱ መመሪያዎቜን ለመንጋው አባላት ለማካፈል ፈቃደኞቜ ና቞ው።
ንመጓሰ ኣምላኜ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ ሓበሬታ ምሃብ ዚሐጕሶም እዩ።
5,305

5,306
am_tg
ያም ሆኖ ሜማግሌዎቜ፣ ውሳኔ ዚማድሚጉን ኃላፊነት ለእያንዳንዱ ግለሰብ መተው ይኖርባ቞ዋል።
ይኹን እምበር፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ እዮም ዚደልይዎም።
5,307

5,308
am_tg
እንዲህ ማድሚጋ቞ው ተገቢ ነውፀ ምክንያቱም እያንዳንዱ ግለሰብ፣ ውሳኔው ዚሚያስኚትለውን ውጀት ዹሚቀበለው ራሱ ነው።
ኚምኡ ምግባሮም ኚኣ ቅኑዕ እዩ፣ ኚመይሲ፡ ውጜኢት ውሳነታቶም ዚጟሩ እቶም ውልቀ ሰባት ባዕሎም እዮም።
5,309

5,310
am_tg
በመሆኑም ኹዚህ ጉዳይ ጋር በተያያዘ ዹምናገኘው አንድ ጠቃሚ ትምህርት አለ፩ ቅዱስ ጜሑፋዊ መመሪያዎቜን ወይም ምክሮቜን ተግባራዊ እንዲያደርጉ ሌሎቜን ልንሚዳ቞ው እንቜላለን።
ነዚ ዚስዕብ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኜንርስዖ ዚብልናንፊ ንኻልኊት ክንግደሰሎምን ቅዱስ ጜሑፋዊ ስርዓት ወይ ምኜሪ ኺዝክሩ ኜንሕግዞምን ንኜእል ኢና።
5,311

5,312
am_tg
ያም ሆኖ ሌሎቜ ዚራሳ቞ውን ውሳኔ ዚማድሚግ መብት እንዳላ቞ው እንዲሁም ይህ ዚእነሱ ኃላፊነት እንደሆነ መዘንጋት ዚለብንም።
ይኹን እምበር፡ ናይ ገዛእ ርእሶም ውሳነታት ኪገብሩ መሰልን ሓላፍነትን ዘለዎም ባዕላቶም እዮም።
5,313

5,314
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ጥበብ ዚሚንጞባሚቅበት ውሳኔ ሲያደርጉ እንደሚጠቀሙ ጥርጥር ዚለውም።
ጥበባዊ ውሳነታት ምስ ዚገብሩ ድማ፡ ኪጥቀሙ እዮም።
5,315

5,316
am_tg
በግልጜ ለመሚዳት እንደምንቜለው፣ ለሌሎቜ ወንድሞቜና እህቶቜ ውሳኔ ዚማድሚግ ሥልጣን እንዳለን አድርገን ፈጜሞ ልናስብ አይገባም።
እምበኣር፡ ንኣሕዋትናን ኣሓትናን ውሳነታቶም ክንውስነሎም ስልጣን ኹም ዘሎና ጌርና ፈጺምና ኜንሓስብ ኹም ዘይብልና ንጹር እዩ።
5,317

5,318
am_tg
ብዙ ሰዎቜ እነሱ በሚያደርጉትና አምላክ በሚያደርገው ነገር መካኚል ምንም ግንኙነት ያለ አይመስላ቞ውም።
ብዙሓት ሰባት ኣብ መንጎ እቲ ንሳቶም ዚገብርዎን ኣምላኜ ዚገብሮን ብዙሕ ምትእስሳር ኹም ዘዹልቩ እዮም ዚሓስቡ።
5,319

5,320
am_tg
እንዲያውም አንዳንዶቜ አምላክ በሰዎቜ ላይ ዹሚደርሰው ነገር ግድ እንደማይሰጠው ይሰማ቞ዋል።
አሹ ገሊኊምሲ ኣምላኜ በቲ ንሰባት ዜጋጥሞም ዘሎ ኾም ዘይግደስ እዩ ዚመስሎም።
5,321

5,322
am_tg
ኅዳር 2013፣ ሃያን ዚተባለው ዝናብ ዹቀላቀለ ኚባድ አውሎ ነፋስ መካኚለኛውን ፊሊፒንስ ባወደመበት ወቅት ዚአንድ ትልቅ ኹተማ ኚንቲባ አምላክ ዹሆነ ቊታ ሄዶ መሆን አለበት ብለዋል።
ኣብ ሕዳር 2013፡ ብርቱዕ ህቊብላ ሃይያን ኣብ ማእኚላይ ፊሊፒንስ ዕንወት ምስ ኣስዓበ፡ ኚንቲባ ሓንቲ ዓባይ ኚተማ፡ ኣምላኜ ገይሹ ነይሩ ኪኞውን ኣለዎ ኢሉ እዩ።
5,323

5,324
am_tg
ሌሎቜ ሰዎቜ ደግሞ ዚሚያደርጉትን ነገር አምላክ ማዚት ዚሚቜል አይመስላ቞ውም።
ገሊኩም ሰባት ድማ፡ ኣምላኜ ነቲ ዚገብርዎ ኺርእዮ ኾም ዘይክእል እዩ ዚመስሎም።
5,325

5,326
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ሐዋርያው ጳውሎስ ለአምላክ እውቅና መስጠት ተገቢ መስሎ አልታያ቞ውም ብሎ ዚገለጻ቞ው ዓይነት ሰዎቜ ና቞ው።
ንሳቶም ኚኣ ኚምቶም ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ንኣምላኜ ኪእመኑሉ ዘይደለዩ ዝበሎም ዓይነት ሰባት እዮም።
5,327

5,328
am_tg
እንዲህ ያሉ ሰዎቜ በዓመፅ፣ በኃጢአተኝነት፣ በስግብግብነት፣ በክፋት ዹተሞሉ ና቞ው።
እዚኣቶም ብዅሉ ዓመጻ፡ እኚይ፡ ስስዐ፡ ክፍኣት እተመልኡ እዮም።
5,329

5,330
am_tg
ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል?
ንሕናኾ ኾመይ ኢና፧
5,331
tg_am
ንሕናኾ ኾመይ ኢና፧
ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል?
5,332
am_tg
ቀደም ሲል ኚተጠቀሱት ሰዎቜ በተለዹ ይሖዋ ዹምናደርገውን ነገር ሁሉ እንደሚመለኚት እንገነዘባለን።
ኚምቶም ኣብ ላዕሊ እተጠቕሱ ዘይኰነስ፡ ዹሆዋ ንእንገብሮ ዅሉ ኾም ዚዕዘቩ ንፈልጥ ኢና።
5,333

5,334
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን ማግኘት ዚማትቜልበት ሁኔታ ሊፈጠር ቢቜልም ቀደም ሲል በአእምሮህ ባኚማ቞ኞው እውቀት ላይ ማለትም በምትወዳ቞ው ጥቅሶቜ ወይም ዹመዝሙር ስንኞቜ ላይ እንዳታሰላስል ሊያግድህ ዚሚቜል ሰው ዚለም።
ዘለኻዮ ዅነታት መጜሓፍ ቅዱስ ኚይተንብብ ኪኜልክለካ ዚኜእል እኳ እንተ ዀነ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣእምሮኻ ዘስፈርካዮ እትፈትዎ ጥቕስታትን ቃላት መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኜን ካልእ ነገራትን ኚይተስተንትን ኪኜልክለካ ዚኜእል ግና ዚልቊን።
5,335

5,336
am_tg
ደግሞም ዹአምላክ መንፈስ ኹዚህ በፊት ዚተማርካ቞ውን መልካም ነገሮቜ እንድታስታውስ ሊሚዳህ ይቜላል።
መንፈስ ኣምላኜ ኚኣ ነቲ እተምሃርካዮ ጜቡቕ ነገራት ኬዘኻኜሚካ ይኜእል እዩ።
5,337

5,338
am_tg
በመሆኑም ዛሬውኑ ዚሳምንቱን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ንባብ ለማንበብና ለማሰላሰል ጊዜ መድብ።
ስለዚ፡ ሰሙናዊ ንባብ መጜሓፍ ቅዱስ ምእንቲ ኞተንብብን ኚተስተንትንን ግዜ ኜትምድብ ትኜእል ኢኻ።
5,339

5,340
am_tg
ኢዚሱስ በተናገሹውና ባደሚገው ነገር ላይ ለማሰላሰልም ጊዜ መመደብ አለብህ።
ብዛዕባ እቲ ዚሱስ ዝበሎን ዝገበሮን ነገር እተስተንትነሉ ግዜ እውን ክትምድብ ትኜእል ኢኻ።
5,341

5,342
am_tg
ስለ ኢዚሱስ ሕይወትና አገልግሎት ዚሚገልጹት ዹወንጌል ዘገባዎቜ በሰፊው ኚሚታወቁት ዚመጜሐፍ ቅዱስ ክፍሎቜ መካኚል እንደሚገኙ ግልጜ ነው።
እቲ ብዛዕባ ህይወትን ኣገልግሎትን ዚሱስ ዚገልጜ ጞብጻባት ዝሓዘ ወንጌላት፡ ገለ ኻብቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ ፍሉጥ መጻሕፍቲ ምዃኑ ኾም እትሰማምዓሉ ዜጠራጥር ኣይኰነን።
5,343

5,344
am_tg
እንዲያውም ዹአምላክ ሕዝቊቜ፣ ኢዚሱስ በምድር ላይ ያሳለፈውን ሕይወት በጊዜ ቅደም ተኹተል ዚሚያቀርብ ጜሑፍ አግኝተዋል።
ህዝቢ ኣምላኜ፡ ነቲ ዚሱስ ኣብ ምድሪ ዘሕለፎ ተመክሮታትን ግዜን ብመስርዕ ፍጻመታት ዘስፈሚ ጜሑፍ ሚኺቊም እዮም።
5,345

5,346
am_tg
በእያንዳንዱ ዚመጜሐፉ ምዕራፍ ላይ ዚቀሚቡትን ተዛማጅ ዹወንጌል ዘገባዎቜ በጥሞና ማንበባቜንና በዚያ ላይ ማሰላሰላቜን በጣም ይጠቅመናል።
ብፍላይ ነቲ ኣብ ሓድሕድ ምዕራፍ እተመዝገበ ናይ ወንጌል ጞብጻባት ተጠንቂቕና ነንብቊን ነስተንትነሉን እንተ ዄንና፡ በዚ ጜሑፍ እዚ ብዙሕ ክንጥቀም ኢና።
5,347

5,348
am_tg
ፍቅር ዹይሖዋ አምላክ ዋነኛ ባሕርይ ነው።
ፍቕሪ ቐንዲ ባህርይ ዹሆዋ እያ።
5,349
tg_am
ፍቕሪ ቐንዲ ባህርይ ዹሆዋ እያ።
ፍቅር ዹይሖዋ አምላክ ዋነኛ ባሕርይ ነው።
5,350
am_tg
ዚመጀመሪያ ዚፍጥሚት ሥራው ኢዚሱስ ነውፀ እሱም ኚአባቱ ጋር ስፍር ቁጥር ለሌላቾው ዘመናት በሰማይ ሲኖር ፍቅር ስለሚንጞባሚቅባ቞ው ዹአምላክ መንገዶቜ ተምሯል።
እቲ ናይ መጀመርታ ፍጥሚቱ ዝዀነ ዚሱስ ማእለያ ንዘይብሉ እዋናት ኣብ ሰማይ ምስኡ ይነብር ነይሩን ፍቕራዊ መገድታት ዹሆዋ ተማሂሩን እዩ።
5,351

5,352
am_tg
ኢዚሱስ በምድር ላይ ያሳለፈውን ጊዜ ጚምሮ መላ ሕይወቱ፣ ይሖዋ ዹፍቅር አምላክ መሆኑን እንደተገነዘበና በዚህ ሚገድ እሱን እንደሚመስል ያሳያል።
ኣብ መላእ ህይወቱ፡ እንተላይ ኣብቲ ኣብ ምድሪ ዝነበሹሉ እዋን፡ ዹሆዋ ኜሳዕ ክንደይ ፈቃር ኣምላኜ ምዃኑ ምሉእ ብምሉእ ኹም ዚርዳእን ነታ ፍቕሪ እቲኣ ኾም ዚቐድሓን ኣርእዩ እዩ።
5,353

5,354
am_tg
በመሆኑም ዹይሖዋና ዚኢዚሱስ አገዛዝ ምንጊዜም ፍቅር ዚሚንጞባሚቅበት እንደሚሆን እርግጠኞቜ መሆን እንቜላለን።
ስለዚ፡ ኣገዛዝኣ ዹሆዋን ዚሱስን ንዘለኣለም ብፍቕሪ ኾም ዚምራሕ ርግጞኛታት ክንኹውን ንኜእል ኢና።
5,355

5,356
am_tg
ኢዚሱስ ኹሕጉ ውስጥ ኹሁሉ ዹሚበልጠው ትእዛዝ ዚትኛው እንደሆነ ሲጠዚቅ እንዲህ ብሏልፊ አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህና በሙሉ አእምሮህ ውደድ።
ዚሱስ እታ ኣብ ሕጊ ዝዓበዚት ትእዛዝ ኣዚነይቲ ምዃና ምስ ተሓትተ፡ ንዹሆዋ ኣምላኜካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ።
5,357

5,358
am_tg
ይህ ኹሁሉ ዹሚበልጠውና ዚመጀመሪያው ትእዛዝ ነው።
እዚኣ እታ ዓባይን ቀዳመይትን ትእዛዝ እያ።
5,359
tg_am
እዚኣ እታ ዓባይን ቀዳመይትን ትእዛዝ እያ።
ይህ ኹሁሉ ዹሚበልጠውና ዚመጀመሪያው ትእዛዝ ነው።
5,360
am_tg
ሁለተኛውም ይህንኑ ዚሚመስል ሲሆን ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ ይላል።
እታ እትመስላ ኻልአይታ እዚኣ እያፊ ንብጻይካ ኾም ነፍስኻ ኣፍቅሮ በለ።
5,361

5,362
am_tg
ኢዚሱስ ይሖዋን ኚመውደድ ቀጥሎ ሁለተኛውን ቊታ ዹሚይዘው ለባልንጀራቜን ያለን ፍቅር መሆኑን እንደገለጞ ልብ በል።
ዚሱስ ንብጻይካ ምፍቃር ደድሕሪ ንዹሆዋ ምፍቃር ኹም ዝጠቐሳ ኣስተብህል።
5,363

5,364
am_tg
ይህም ኹሁሉም ሰው ጋር ባለን ግንኙነት ሚገድ ፍቅር ማሳዚት ምን ያህል አስፈላጊ እንደሆነ ዚሚያጎላ ነው።
እዚ ኞኣ፡ ኣብ ኵሉ ርክባትና ፍቕሪ ምንጜብራቕ ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ዚርኢ።
5,365

5,366
am_tg
አምላክ ሐሳቡን ለሰው ልጆቜ ለመግለጜ ኚዕብራይስጥ በተጚማሪ በሌሎቜ ቋንቋዎቜ ተጠቅሟል።
ኣምላኜ ነቲ ንሰባት ሓሳቡ ዚገልጾሉ መገዲ ብእብራይስጢ ጥራይ ኣይቀዚዶን።
5,367

5,368
am_tg
ዹአምላክ ሕዝቊቜ ኚባቢሎን ምርኮ ኚተመለሱ በኋላ ዚአንዳንዶቹ ዚዕለት ተዕለት ቋንቋ አሹማይክ ሆነ።
ድሕሪ ምርኮ ባቢሎን፡ ኣራማይስጢ መዓልታዊ ቛንቋ ገሊኩም ህዝቢ ኣምላኜ ኰይኑ ነይሩ እዩ።
5,369

5,370
am_tg
ይሖዋ አስቀድሞ ይህን ስለተገነዘበ ሳይሆን አይቀርም፣ ነቢዩ ዳንኀልና ነቢዩ ኀርምያስ እንዲሁም ካህኑ ዕዝራ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ኚሚገኙት ዘገባዎቻ቞ው ውስጥ ዚተወሰኑትን ክፍሎቜ በአሹማይክ እንዲጜፉ በመንፈሱ መርቷ቞ዋል።
ዹሆዋ ንነብዪ ዳንኀልን ንነብዪ ኀርምያስን ንእዝራ እቲ ኻህንን ገሊኡ ኜፋል እቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ መጻሕፍቶም ብኣራማይስጢ ኺጜሕፍዎ ዝደሚኟም፡ በዚ ምኜንያት እዚ እዩ ኪኞውን ዚኜእል።
5,371

5,372
am_tg
ኹጊዜ በኋላ ታላቁ እስክንድር ኚጥንቱ ዓለም አብዛኛውን በቁጥጥሩ ሥር ሲያደርግ ኮይኔ ወይም ዚጋራ መግባቢያ ዹነበሹው ግሪክኛ ዓለም አቀፍ ቋንቋ ሆነ።
ጞኒሑ፡ እስክንድር እቲ ዓብዪ ንመብዛሕትኡ ኜፋል ጥንታዊት ዓለም ተቘጻጺሩ ነይሩ፣ ኪኒ ዚብሃል ተራ ግሪኜኛ ድማ ዓለምለኻዊ ቛንቋ ዀይኑ ዹገልግል ነይሩ።
5,373

5,374
am_tg
በርካታ አይሁዳውያን ይህን ቋንቋ መናገር ጀመሩፀ በዚህ ዚተነሳ ዚዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ወደ ግሪክኛ ተተሚጎሙ።
ብዙሓት ኣይሁድ ኚኣ በቲ ቛንቋ እቲ ኺዛሚቡ ጀሚሮም፣ በዚ ምኜንያት እዚ እውን ቅዱሳት ጜሑፋት እብራይስጢ ናብ ግሪኜኛ ተተርጒሙ።
5,375

5,376
am_tg
በ72 ተርጓሚዎቜ እንደተዘጋጀ ዚሚታሰበው ይህ ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ሎፕቱጀንት በመባል ይታወቃል።
እቲ ትርጉም እቲ፡ ብ72 ተርጐምቲ ኾም እተተርጐመ እዩ ዚእመነሉ፣ ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ተባሂሉ ድማ ይፍለጥ።
5,377

5,378
am_tg
ሰብዓ ሊቃናት ዚመጀመሪያው ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትርጉም ሲሆን ትልቅ ቊታ ኚሚሰጣ቞ው ትርጉሞቜ አንዱ ነው።
ልዑል ኣገዳስነት ዘለዎ ቐዳማይ ትርጉም መጜሓፍ ቅዱስ እውን እዩ ነይሩ።
5,379

5,380
am_tg
በሥራው ዚተካፈሉት ተርጓሚዎቜ ብዙ በመሆናቾው ዚተጠቀሙበት ዹአተሹጓጎም ስልትም ዚተለያዚ ነውፀ አንዳንዶቹ ቃል በቃል ሲተሚጉሙ ሌሎቹ ግን እንዲህ አላደሚጉም።
ኣዝዮም ብዙሓት ተርጐምቲ ስለ ዝተርጐምዎ፡ ካብ ቃል ብቓሉ ኣትሒዙ ኜሳዕ ፍንው ዝበለ ዓይነት ኣተራጕማ እዮም ተጠቒሞም።
5,381

5,382
am_tg
ያም ቢሆን ግሪክኛ ተናጋሪ አይሁዳውያን፣ በኋላ ላይ ደግሞ ክርስቲያኖቜ ሰብዓ ሊቃናትን እንደ አምላክ ቃል አድርገው ተቀብለውታል።
ኰይኑ ግና፡ ግሪኜኛ ዚዛሚቡ ኣይሁድን ክርስትያናትን ንትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ኹም ቃል ኣምላኜ ገይሮም እዮም ዚርእይዎ ነይሮም።
5,383

5,384
am_tg
ያዕቆብ በዚህ ምሳሌ ላይ ሊያጎላው ዹፈለገውን ነጥብ ቁጥር 6 ላይ ግልጜ አድርጎታል።
እቲ ያእቆብ ኣብዚ እተጠቕመሉ ምሳሌ ሒዝዎ ዘሎ መልእኜቲ፡ ኣብ ፍቕዲ 6 እዩ ንጹር ኰይኑ ዘሎ።
5,385

5,386
am_tg
ጥቅሱ ምላስም እሳት ናት ይላል።
ኣብኣ፡ ልሳን እውን ሓዊ እያ ተባሂሉ ኣሎ።
5,387
tg_am
ኣብኣ፡ ልሳን እውን ሓዊ እያ ተባሂሉ ኣሎ።
ጥቅሱ ምላስም እሳት ናት ይላል።
5,388
am_tg
ምላስ ዹሚለው ቃል ዹመናገር ቜሎታቜንን ያመለክታል።
ልሳን ንናይ ምዝራብ ክእለትና እያ እተመልክት።
5,389
tg_am
ልሳን ንናይ ምዝራብ ክእለትና እያ እተመልክት።
ምላስ ዹሚለው ቃል ዹመናገር ቜሎታቜንን ያመለክታል።
5,390
am_tg
እንደ እሳት ሁሉ ንግግራቜንም ኹፍተኛ ጉዳት ሊያደርስ ይቜላል።
ዘሚባና እውን ኹም ሓዊ ኞቢድ ጕድኣት ናይ ምምጻእ ተኜእሎ ኣለዎ።
5,391

5,392
am_tg
እንዲያውም መጜሐፍ ቅዱስ አንደበት ዚሞትና ዚሕይወት ኃይል አላት ይላል።
አሹ መጜሓፍ ቅዱስሲ፡ ሞትን ህይወትን ኣብ ስልጣን ልሳን እዚን ይብል እዩ።
5,393

5,394
am_tg
እርግጥ ነው፣ እሳት ዚሚያስኚትለውን ጉዳት በመፍራት በእሳት መጠቀማቜንን እንደማናቆም ሁሉ፣ ጎጂ ነገር እንዳንናገር በመስጋት መናገራቜንን እስኚ ጭራሹ አናቆምም።
ልክዕ እዩ፡ ኚምቲ ባርዕ ኹይልዓል ኢልና ሓዊ ምእጓድ ዘይንሓድጎ፡ ዚጐድእ ዘሚባ ኞይንዛሚብ ኢልና እውን ምዝራብ ኣይነቋርጜን ኢና።
5,395

5,396
am_tg
ቁልፉ አንደበታቜንን መቆጣጠር መቻላቜን ላይ ነው።
ዚግዳስ፡ ክንቈጻጞሮ ኢና እንጜዕር።
5,397
tg_am
ዚግዳስ፡ ክንቈጻጞሮ ኢና እንጜዕር።
ቁልፉ አንደበታቜንን መቆጣጠር መቻላቜን ላይ ነው።
5,398
am_tg
እሳትን በተገቢው መንገድ ዚምንጠቀምበት ኹሆነ ምግባቜንን ለማብሰልና ሰውነታቜንን ለማሞቅ ሊያገለግለን እንዲሁም ብርሃን ሊሰጠን ይቜላል።
ንሓዊ እንተ ተቘጻጺርናዮ፡ ምግብና ንምኜሻን፡ ሰብነትና ንምማቝ፡ ኚምኡ ድማ ኣብ ጞልማት ንምብራህ ንጥቀመሉ ኢና።
5,399