Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,400
am_tg
ያመኑትም ሁሉ አብሚው ነበሩፀ ያላ቞ውም ነገር ሁሉ ዚጋራ ነበርፀ
ኵሎም እቶም ዝኣመኑ ብሓንሳእ ነበሩ፣ ዘለዎም ኵሉ እውን ናይ ሓባር ነበሚ፣
61,401
tg_am

61,402
am_tg
በተጚማሪም ያላ቞ውን ሀብትና ንብሚት በመሞጥ ገንዘቡን ለሁሉም አኚፋፈሉ። ለእያንዳንዱም ሰው ዚሚያስፈልገውን ያህል ሰጡ።
ጥሪቶምን ንብሚቶምን ሾይጩም ኚኣ፡ ንዅሎም ኹኹም ዜድልዮም ይመቕልዎም ነበሩ።
61,403

61,404
am_tg
በዚዕለቱም በአንድ ልብ ሆነው በቀተ መቅደሱ አዘውትሚው ይገኙ ነበርፀ ምግባ቞ውንም በተለያዩ ቀቶቜ ይበሉ ዹነበሹ ሲሆን ዚሚመገቡትም በታላቅ ደስታና በንጹሕ ልብ ነበርፀ
መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቀተ መቕደስ ኚዚብኰሩ ብሓባር ይእኚቡ ነበሩ፣ ኣብ እተፈላለዚ ኣባይቲ ድማ ይምገቡ፡ ብታሕጓስን ብግሩህ ልብን ኚኣ ምግቩም ይማቐሉ ነበሩ፣
61,405

61,406
am_tg
አምላክንም ያወድሱ ዹነበሹ ኹመሆኑም በላይ በሰው ሁሉ ፊት ሞገስ አግኝተው ነበር። ይሖዋም ዚሚድኑ ሰዎቜን በዚዕለቱ በእነሱ ላይ ይጹምር ነበር።
ንኣምላኜ ይውድስዎ ነበሩ፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ እውን ሞገስ ነበሮም። ዹሆዋ ድማ ዚድሕኑ መዓልቲ መዓልቲ ይውስኞሎም ነበሚ።
61,407

61,408
am_tg
በቂሳርያ “ዚጣሊያን ክፍለ ጩር” ተብሎ በሚጠራ ሠራዊት ውስጥ ቆርኔሌዎስ ዚሚባል አንድ ዹጩር መኮንን ነበር።
ኣብ ቂሳርያ ቆርኔሌዎስ ዝስሙ ሰብኣይ፡ ኣብቲ ኢጣልያዊ ኣሃዱ ተባሂሉ ዝጜዋዕ፡ ሓለቓ ሚእቲ ነበሚ።
61,409

61,410
am_tg
እሱም ኹመላው ቀተሰቡ ጋር ለአምላክ ያደሚና ፈሪሃ አምላክ ዹነበሹው ሰው ሲሆን ለሰዎቜ ምጜዋት ዚሚሰጥና ዘወትር ወደ አምላክ ዚሚማልድ ሰው ነበር።
ንሱ ንኣምላኜ ተወፋይነት ዝነበሮ፡ ምስ ኵሉ ቀተ ሰቡ ንኣምላኜ ዚፈርህ፡ ንህዝቢ እውን ብዙሕ ምጜዋት ዚምጜውት፡ ኵሉ ሳዕ ኚኣ ናብ ኣምላኜ ዚምህለል ነበሚ።
61,411

61,412
am_tg
ኹቀኑ ዘጠኝ ሰዓት ገደማ አንድ ዹአምላክ መልአክ ወደ እሱ ሲመጣ በራእይ በግልጜ አዚፀ መልአኩም “ቆርኔሌዎስ!” አለው።
ኣብ ታሜዐይቲ ሰዓት ናይ መዓልቲ ኣቢሉ ድማ፡ መልኣኜ ኣምላኜ ናብኡ መጺኡ፡ “ቆርኔሌዎስ!” ኪብሎ ኞሎ፡ ብግህዶ ራእይ ሚኣዚ።
61,413

61,414
am_tg
ቆርኔሌዎስም በድንጋጀ ትኩር ብሎ እያዚው “ጌታ ሆይ፣ ምንድን ነው?” በማለት ጠዚቀው። እሱም እንዲህ አለው፩ “ጞሎትህና ምጜዋትህ በአምላክ ፊት መታሰቢያ እንዲሆን አርጓል።
ንሱ ኞኣ ፈሪሁ ጠመቶ እሞ፡ “እንታይ እዩ ጐይታይ፧” በለ። ንሱ ድማ፡ “ጞሎትካን ምጜዋትካን ናብ ቅድሚ ኣምላኜ ንመዘኚርታ ዓሪጉ እዩ።
61,415

61,416
am_tg
ስለዚህ አሁን ወደ ኢዮጎ ሰዎቜ ልኹህ ጎጥሮስ ተብሎ ዚሚጠራውን ስምዖንን አስጠራው።
ሕጂ ኞኣ ናብ ዮጎ ሰባት ልኢኜካ፡ ነቲ ጎጥሮስ ዚብሃል ስምኊን ጞዊዕካ ኣምጜኣዮ።
61,417

61,418
am_tg
ይህ ሰው፣ ቀቱ በባሕሩ አጠገብ በሚገኘው በቆዳ ፋቂው በስምዖን ቀት በእንግድነት አርፏል።”
ንሱ ምስቲ ቀቱ ኣብ ጥቓ ባሕሪ እትርኚብ ስምኊን ዚብሃል ኣልፋዓይ፡ ጋሻ ዀይኑ ተቐሚጡ ኣሎ” በሎ።
61,419

61,420
am_tg
ያነጋገሚው መልአክ ተለይቶት እንደሄደ ኚአገልጋዮቹ ሁለቱን እንዲሁም እሱን በቅርብ ኚሚያገለግሉት ወታደሮቜ መካኚል ለአምላክ ያደሚ አንድ ወታደር ጠራፀ
እቲ እተዛሚቊ መልኣኜ ምስ ኚደ፡ ብኡብኡ ኜልተ ኻብቶም ገላዉኡን ካብቶም ዜገልግልዎ ድማ ሓደ ንኣምላኜ ተወፋይነት ዝነበሮ ወተሃደርን ጞዊዑ፡
61,421

61,422
am_tg
ዹሆነውንም ነገር ሁሉ ኚነገራ቞ው በኋላ ወደ ኢዮጎ ላካ቞ው።
ኵሉ እቲ ዝዀነ ኣዘንትዩ፡ ናብ ዮጎ ለኣኟም።
61,423
tg_am
ኵሉ እቲ ዝዀነ ኣዘንትዩ፡ ናብ ዮጎ ለኣኟም።
ዹሆነውንም ነገር ሁሉ ኚነገራ቞ው በኋላ ወደ ኢዮጎ ላካ቞ው።
61,424
am_tg
በማግስቱም ዚተላኩት ሰዎቜ ተጉዘው ወደ ኹተማዋ ሲቃሚቡ ጎጥሮስ ኹቀኑ ስድስት ሰዓት ገደማ ሊጾልይ ወደ ሰገነት ወጣ።
ንጜብሒቱ፡ ንሳቶም ኣብ መገዲ ኞለዉ፡ ናብታ ኾተማ ድማ ምስ ቀሚቡ፡ ጎጥሮስ ኣብ ሻድሞይቲ ሰዓት ኣቢሉ፡ ኪጜሊ ናብ ናሕሲ ደዚበ።
61,425

61,426
am_tg
ይሁን እንጂ በጣም ኚመራቡ ዚተነሳ መብላት ፈለገ። ምግብ እዚተዘጋጀ ሳለም ሰመመን ውስጥ ገባፀ
ሜዑ፡ ኣዝዩ ጠምዩ ኺበልዕ ደለዚ። ኬዳልዉሉ ኾለዉ ኞኣ፡ ተመሰጠ፣
61,427

61,428
am_tg
ሰማይም ተኚፍቶ ትልቅ ጹርቅ ዚሚመስል ነገር በአራቱም ጫፍ ተይዞ ወደ ምድር ሲወርድ አዚፀ
ሰማይ ተኞፊቱ ድማ፡ ኹም ዓብዪ ዓለባ በፍታ ዝኣመሰለ ነገር ብኣርባዕተ መኣዝኑ ተታሒዙ ናብ ምድሪ ኺወርድ ኹሎ ሚኣዚ፣
61,429

61,430
am_tg
በላዩም ዚተለያዩ በምድር ላይ ዚሚኖሩ አራት እግር ያላ቞ው እንስሳትና በምድር ላይ ዚሚሳቡ ፍጥሚታት እንዲሁም ዹሰማይ ወፎቜ ነበሩ።
ኣብኡ ኞኣ ኵሎም ዓይነት ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳታትን ለመምቲ ምድርን ኣዕዋፍ ሰማይን ነበሩ።
61,431

61,432
am_tg
ኚዚያም አንድ ድምፅ “ጎጥሮስ፣ ተነሳና አርደህ ብላ!” አለው።
ሜዑ፡ “ጎጥሮስ፡ ተንስእ፡ ሓሪድካ ብላዕ!” ዚብል ድምጺ መጟ።
61,433
tg_am
ሜዑ፡ “ጎጥሮስ፡ ተንስእ፡ ሓሪድካ ብላዕ!” ዚብል ድምጺ መጟ።
ኚዚያም አንድ ድምፅ “ጎጥሮስ፣ ተነሳና አርደህ ብላ!” አለው።
61,434
am_tg
ጎጥሮስ ግን “ጌታ ሆይ፣ በጭራሜፀ ምክንያቱም እኔ ንጹሕ ያልሆነና ዹሹኹሰ ነገር በልቌ አላውቅም” አለ።
ጎጥሮስ ግና፡ “ጐይታይ፡ ርኹስን ዘይንጹህን ዘበለ ኞቶ በሊዐ ስለ ዘይፈልጥ፡ ኣይኚውንን እዩ” በለ።
61,435

61,436
am_tg
ያም ድምፅ እንደገና ለሁለተኛ ጊዜ “አምላክ ንጹሕ ያደሚገውን ነገር ርኩስ ነው ማለትህን ተው” አለው።
ኹም ብሓድሜ ድማ፡ ካልኣይ ሳዕ፡ “ነቲ ኣምላኜ ዘንጜሆ፡ ደጊም ንስኻ ርኹስ ኣይትበሎ” ዚብል ድምጺ መጟ።
61,437

61,438
am_tg
ይህም ለሊስተኛ ጊዜ ተደገመፀ ወዲያውኑም ጹርቅ ዚሚመስለው ነገር ወደ ሰማይ ተወሰደ።
እዚ ሳልሳይ ሳዕ ኰነ፣ ብኡብኡ ኞኣ ናብ ሰማይ ተወስደ።
61,439

61,440
am_tg
ጎጥሮስ ‘ዚራእዩ ትርጉም ምን ይሆን’ በማለት በጣም ግራ ተጋብቶ እያለ ቆርኔሌዎስ ዚላካ቞ው ሰዎቜ ዚስምዖንን ቀት አጠያይቀው መጡና ዹውጭው በር ላይ ቆሙ።
ጎጥሮስ፡ እቲ ዝሚኣዮ ራእይ እንታይ ማለት ኹም ዝዀነ ደንጜይዎ ኞሎ፡ ሜዑሜዑ፡ እቶም ካብ ቆርኔሌዎስ እተላእኩ ሰባት፡ ቀት ስምኊን ኣበይ ምዃና ሓቲቶም፡ ኣብቲ ኣፍ ደገ ደው በሉ።
61,441

61,442
am_tg
ኚዚያም ተጣርተው ጎጥሮስ ተብሎ ዚሚጠራው ስምዖን በዚያ በእንግድነት አርፎ እንደሆነ ጠዚቁ።
ጾዊዖም ኚኣ፡ እቲ ጎጥሮስ ዚብሃል ስምኊን ኣብኡ ጋሻ ዀይኑ ተቐሚጡ እንተሎ ሓተቱ።
61,443

61,444
am_tg
ጎጥሮስ ያዚውን ራእይ በሐሳቡ እያወጣና እያወሚደ ሳለ መንፈስ እንዲህ አለው፩ “እነሆ፣ ሊስት ሰዎቜ ይፈልጉሃል።
ጎጥሮስ ብዛዕባ እቲ ራእይ ኬስተንትን ኚሎ፡ መንፈስ፡ “እንሆ፡ ሰለስተ ሰብኡት ይደልዩኻ ኣለዉ።
61,445

61,446
am_tg
ስለዚህ ተነስተህ ወደ ታቜ ውሚድፀ ዹላክኋቾው እኔ ስለሆንኩ ምንም ሳትጠራጠር አብሚሃ቞ው ሂድ።”
ኣነ ስለ ዝለኣኜክዎም፡ ተንስእ እሞ ወሪድካ ኞይተጠራጠርካ ምሳታቶም ኪድ” በሎ።
61,447

61,448
am_tg
ጎጥሮስም ሰዎቹ ወዳሉበት ወርዶ “ዚምትፈልጉት ሰው እኔ ነኝ። ወደዚህ ዚመጣቜሁት ለምንድን ነው?” አላ቞ው።
ሜዑ፡ ጎጥሮስ ናብቶም ሰብኡት ወሪዱ፡ “እንሆ፡ እቲ እትደልይዎ ዘለኹም ኣነ እዚ። ናብዚ ዘምጜኣኩም ምኜንያት እንታይ እዩ፧” በሎም።
61,449

61,450
am_tg
እነሱም እንዲህ አሉ፩ “በአይሁዳውያን ሁሉ ዚተመሠኚሚለት ቆርኔሌዎስ ዚተባለ ጻድቅና አምላክን ዚሚፈራ አንድ ዹጩር መኮንን፣ ወደ አንተ መልእክተኞቜ ልኮ ወደ ቀቱ እንዲያስመጣህና ዚምትለውን ነገር እንዲሰማ አንድ ቅዱስ መልአክ መለኮታዊ መመሪያ ሰጥቶታል።”
ንሳቶም ኚኣ፡ “ነቲ ጻድቕን ንኣምላኜ ዚፈርህን ብዅሉ ህዝቢ ኣይሁድ ብጜቡቕ እተመስኚሚሉን ቆርኔሌዎስ እቲ ሓለቓ ሚእቲ፡ ልኢኹ ናብ ቀቱ ኺጜውዓካን ንስኻ እትብሎ ኺሰምዕን፡ ብቕዱስ መልኣኜ መለኮታዊ መምርሒ ተዋሂብዎ ኣሎ” በሉ።
61,451

61,452
am_tg
እሱም ወደ ቀት አስገብቶ አስተናገዳ቞ው። በማግስቱም ተነስቶ ኚእነሱ ጋር ሄደፀ በኢዮጎ ያሉ አንዳንድ ወንድሞቜም አብሚውት ሄዱ።
ስለዚ፡ ኣእትዩ ኾም ኣጋይሹ ተቐበሎም። ንጜብሒቱ ተንሲኡ ምሳታቶም ኚደ፣ ካብ ዮጎ ኞኣ ገለ ኣሕዋት ምስኡ ኞዱ።
61,453

61,454
am_tg
በሚቀጥለው ቀንም ወደ ቂሳርያ ገባ። ቆርኔሌዎስም ዘመዶቹንና ዚቅርብ ወዳጆቹን ሰብስቊ እዚጠበቃ቞ው ነበር።
ንጜብሒቱ፡ ናብ ቂሳርያ ኣተዉ። ቆርኔሌዎስ ኚኣ ኣዝማዱን ናይ ቀሚባ ፈተውቱን ኣኪቡ ይጜበዮም ነበሚ።
61,455

61,456
am_tg
ጎጥሮስም በገባ ጊዜ ቆርኔሌዎስ ተቀበለውና እግሩ ላይ ወድቆ ሰገደለት።
ጎጥሮስ ኪኣቱ ኞሎ፡ ቆርኔሌዎስ ተቐበሎ፡ ኣብ ኣእጋሩ ፍግም ኢሉ እውን ሰገደሉ።
61,457

61,458
am_tg
ጎጥሮስ ግን “ተነስ፣ እኔም እንደ አንተው ሰው ነኝ” ብሎ አስነሳው።
ጎጥሮስ ግና፡ “ተንስእ፣ ኣነ እውን ኚማኻ ሰብ እዚ” ኢሉ ኣተንስኊ።
61,459

61,460
am_tg
ኚእሱ ጋር እዚተነጋገሚ ወደ ውስጥ ሲገባም ብዙ ሰዎቜ ተሰብስበው አገኘ።
ምስኡ እናተዛራሚበ ኣትዩ ድማ፡ ብዙሓት ሰባት ተኣኪቊም ሚኞበ።
61,461

61,462
am_tg
እሱም እንዲህ አላቾው፩ “አንድ አይሁዳዊ ኹሌላ ዘር ጋር ይወዳጅ ወይም ይቀራሚብ ዘንድ ሕጉ እንደማይፈቅድ በሚገባ ታውቃላቜሁፀ ሆኖም አምላክ ማንንም ሰው ንጹሕ ያልሆነ ወይም ርኩስ ማለት እንደማይገባኝ ገልጊልኛል።
ንሱ ኞኣ፡ “ኣይሁዳዊ ምስ ካልእ ዝዓሌቱ ኺሕወስ ወይ ኪቐርብ ኹም ዘይተፈቕደ፡ ንስኻትኩም ኣጞቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም፣ ግናኞ፡ ንሓደ ሰብ እኳ ርኹስ ወይ ዘይንጹህ ኚይብል፡ ኣምላኜ ኣርእዩኒ እዩ።
61,463

61,464
am_tg
በመሆኑም በተጠራሁ ጊዜ ምንም ሳላንገራግር መጣሁ። ስለዚህ ለምን እንዳስጠራቜሁኝ ማወቅ እፈልጋለሁ።”
ስለዚ፡ ምስ ለኣኜኩምለይ፡ ሰገጥ ኚይበልኩ እዚ መጺአ። እምበኣር፡ ብዛዕባ እንታይ ኹም ዝለኣኜኩምለይ፡ እሓትተኩም ኣለኹ” በሎም።
61,465

61,466
am_tg
ቆርኔሌዎስም እንዲህ አለ፩ “ኚአራት ቀን በፊት በዚሁ ሰዓት ይኾውም ኹቀኑ ዘጠኝ ሰዓት ላይ በቀ቎ ሆኜ እዚጞለይኩ ሳለ ዚሚያንጞባርቅ ልብስ ዹለበሰ ሰው ድንገት ፊቮ ቆሞ
ቆርኔሌዎስ ድማ ኹምዚ በለ፩ “ቅድሚ ኣርባዕተ መዓልቲ፡ ኹምዛ ሰዓት እዚኣ፡ ማለት ኣብ ታሜዐይቲ ሰዓት፡ ኣብ ቀተይ ኰይነ ኜጜሊ ኞለኹ፡ ሜዑሜዑ፡ ብሩህ ክዳን እተኞድነ ሰብኣይ ኣብ ቅድመይ ደው ኢሉ፡
61,467

61,468
am_tg
እንዲህ አለኝ፩ ‘ቆርኔሌዎስ፣ ጞሎትህ ተሰምቶልሃልፀ ምጜዋትህም በአምላክ ፊት ታስቊልሃል።
‘ቆርኔሌዎስ፡ ጞሎትካ ተሰሚዑ፡ ምጜዋትካ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ተዘኪሩ እዩ።
61,469

61,470
am_tg
ስለዚህ ወደ ኢዮጎ ሰዎቜ ልኹህ ጎጥሮስ ተብሎ ዚሚጠራውን ስምዖንን አስጠራው። ይህ ሰው፣ ቀቱ በባሕሩ አጠገብ በሚገኘው በቆዳ ፋቂው በስምዖን ቀት በእንግድነት አርፏል።’
እምበኣር፡ ናብ ዮጎ ልኢኜካ፡ ነቲ ጎጥሮስ ዚብሃል ስምኊን ጞውዓዮ። ንሱ ኣብታ ኣብ ጥቓ ባሕሪ እትርኚብ ቀት ስምኊን እቲ ኣልፋዓይ፡ ጋሻ ዀይኑ ተቐሚጡ ኣሎ’ ኢሉኒ።
61,471

61,472
am_tg
እኔም ወዲያውኑ ሰዎቜ ላክሁብህፀ አንተም በመምጣትህ መልካም አድርገሃል። ስለዚህ አሁን እኛ ይሖዋ እንድትናገር ያዘዘህን ነገር ሁሉ ለመስማት ይኾው ሁላቜንም በአምላክ ፊት ተገኝተናል።”
ስለዚ፡ ብኡብኡ ናባኻ ልኢኞ፣ ንስኻ ናብዚ ብምምጻእካ እውን ጜቡቕ ጌርካ። ሕጂ ኞኣ ኵሉ እቲ ኻብ ዹሆዋ እተኣዘዝካዮ ኜንሰምዕሲ፡ ኵላትና ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ እነና።”
61,473

61,474
am_tg
በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ እንዲህ ሲል መናገር ጀመሹ፩ “እነሆ፣ አምላክ እንደማያዳላ በእርግጥ አስተዋልኩፀ
ሜዑ፡ ጎጥሮስ ኣፉ ኞፊቱ ኾምዚ በለ፩ “ኣምላኜ ኹም ዘዚዳሉ ሕጂ ብሓቂ ተሚዲኡኒ፣
61,475

61,476
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ኚዚትኛውም ብሔር ቢሆን እሱን ዚሚፈራና ትክክል ዹሆነውን ነገር ዚሚያደርግ ሰው በእሱ ዘንድ ተቀባይነት አለው።
ዚግዳስ፡ ኣብ ኵሉ ህዝቢ፡ ንኣምላኜ ዚፈርሆን ቅኑዕ ዚገብርን፡ ብእኡ ቕቡል እዩ።
61,477

61,478
am_tg
አምላክ በኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ለእስራኀል ልጆቜ ዹሰላም ምሥራቜ ለማወጅ ቃሉን ላኚላ቞ውፀ ይህም ምሥራቜ ኢዚሱስ ዹሁሉ ጌታ እንደሆነ ዚሚገልጜ ነው።
ንሱ በቲ ጐይታ ዅሉ ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ፡ ሰላም ኬበስሮም ናብ ደቂ እስራኀል ቃል ልኢኹ እዩ።
61,479

61,480
am_tg
ዮሐንስ ስለ ጥምቀት ኹሰበኹ በኋላ ኹገሊላ አንስቶ በመላው ይሁዳ ይወራ ስለነበሚው ጉዳይ ታውቃላቜሁፀ
ድሕሪ እታ ዮሃንስ ዝሰበኻ ጥምቀት፡ ካብ ገሊላ ጀሚሩ፡ ኣብ ብዘላ ይሁዳ እተባህለ ነገር፡
61,481

61,482
am_tg
ዚተወራውም ስለ ናዝሬቱ ኢዚሱስ ነው። አምላክ በመንፈስ ቅዱስ ቀባውፀ ደግሞም ኃይል ሰጠውፀ ኢዚሱስም አምላክ ኚእሱ ጋር ስለነበር መልካም ነገር እያደሚገና በዲያብሎስ ቁጥጥር ሥር ዚወደቁትን እዚፈወሰ በዚያ አገር ሁሉ ተዘዋወሚ።
ማለት ብዛዕባ ዚሱስ ብዓል ናዝሬት፡ ኣምላኜ ንዕኡ ብመንፈስ ቅዱስን ብሓይልን ኹም ዝቐብኊ፡ ኣምላኜ ምስኡ ስለ ዝነበሹ ኞኣ ጜቡቕ እናገበሚን ንዅሎም እቶም ድያብሎስ ዝጹቈኖም እናኣሕወዚን ኣብታ ምድሪ ኾም ዝዞሹ ትፈልጡ ኢኹም።
61,483

61,484
am_tg
እሱ በአይሁዳውያን አገርም ሆነ በኢዚሩሳሌም ላደሹጋቾው ነገሮቜ ሁሉ እኛ ምሥክሮቜ ነንፀ እነሱ ግን በእንጚት ላይ ሰቅለው ገደሉት።
ንሕና ድማ ብዛዕባ ዅሉ እቲ ኣብ ሃገር ኣይሁድን ኣብ ዚሩሳሌምን ዝገበሮ፡ መሰኻኜር ኢና፣ ንዕኡ እውን ኣብ ጕንዲ ሰቒሎም ቀቲሎምዎ።
61,485

61,486
am_tg
አምላክ እሱን በሊስተኛው ቀን አስነሳውፀ ኚዚያም ለሰዎቜ እንዲገለጥ አደሚገውፀ
ኣምላኜ ንዕኡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኣተንሲእዎ፣ ኪገሃድ ድማ ፈቒዱሉ፣
61,487

61,488
am_tg
ዹተገለጠው ግን ለሁሉም ሰው ሳይሆን አምላክ አስቀድሞ ለመሚጣ቞ው ምሥክሮቜ ይኾውም ኚሞት ኚተነሳ በኋላ አብሚነው ለበላንና ለጠጣን ለእኛ ነው።
ግናኞ፡ ንዓና ነቶም ካብ ምዉታት ድሕሪ ምትንሳኡ ምስኡ ዝበላዕናን ዝሰተናን፡ ኣምላኜ እውን ኣቐዲሙ ዝሓሹዹና መሰኻኜር እምበር፡ ንዅሉ ህዝብስ ኣይተጋህደን።
61,489

61,490
am_tg
በተጚማሪም አምላክ እሱን በሕያዋንና በሙታን ላይ ፈራጅ አድርጎ እንደሟመው ለሰዎቜ እንድንሰብክና በተሟላ ሁኔታ እንድንመሠክር አዘዘን።
ንሱ ፈራድ ህያዋንን ምዉታትን ኪኞውን ኣምላኜ ኹም ዝወሰነ ኞኣ፡ ንህዝቢ ኜንሰብኜን ኣጞቢቕና ኜንምስክርን ኣዚዙና።
61,491

61,492
am_tg
በእሱ ዚሚያምን ሁሉ በስሙ ዚኃጢአት ይቅርታ እንደሚያገኝ ነቢያት ሁሉ ስለ እሱ ይመሠክራሉ።”
ብእኡ ዚኣምን ኵሉ፡ ብስሙ ሕድገት ሓጢኣት ምእንቲ ኺሚክብ፡ ኵሎም ነብያት ይምስክሩሉ እዮም።”
61,493

61,494
am_tg
ጎጥሮስ ስለዚህ ጉዳይ ገና እዚተናገሚ ሳለ ቃሉን እዚሰሙ በነበሩት ሁሉ ላይ መንፈስ ቅዱስ ወሚደ።
ጎጥሮስ ገና እዚ ቓል እዚ ኺዛሚብ ኚሎ፡ ኣብ ኵሎም እቶም ነቲ ቓል ዚሰምዕዎ ዝነበሩ፡ መንፈስ ቅዱስ ወሚደ።
61,495

61,496
am_tg
ኚጎጥሮስ ጋር ዚመጡት ዹተገሹዙ አማኞቜ ዚመንፈስ ቅዱስ ነፃ ስጊታ ኚአሕዛብ ወገን በሆኑ ሰዎቜም ላይ በመፍሰሱ ተገሚሙ።
እቶም ምስ ጎጥሮስ ዝመጹ እተገዝሩ ኣመንቲ፡ ናጻ ውህበት መንፈስ ቅዱስ ኣብ ኣህዛብ እውን ስለ ዝፈሰሰ፡ ኣስተንኚሩ።
61,497

61,498
am_tg
ምክንያቱም በባዕድ ቋንቋዎቜ ሲናገሩና አምላክን ሲያወድሱ ይሰሟቾው ነበር። በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ እንዲህ አለ፩
ኚመይሲ፡ ብቛንቋታት ኪዛሚቡን ንኣምላኜ ኬዕብይዎን ሰምዕዎም። ሜዑ፡ ጎጥሮስ፡
61,499