Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,200
am_tg
ደግሞም እነዚህ ሰዎቜ ራሳ቞ው ተስፋ እንደሚያደርጉት ጻድቃንም ሆኑ ዓመፀኞቜ ኚሞት እንደሚነሱ በአምላክ ተስፋ አደርጋለሁ።
ኚምቲ ንሳቶም ንጻድቃንን ንሓጥኣንን ትንሳኀ ኪኞውን ዚጜበይዎ፡ ኣነ እውን ኚማታቶም ኣብ ኣምላኜ ተስፋ ኣሎኒ።
61,201
tg_am

61,202
am_tg
በዚህ ዚተነሳ በአምላክም ሆነ በሰው ፊት ንጹሕ ሕሊና á‹­á‹€ ለመኖር ሁልጊዜ ጥሚት አደርጋለሁ።
ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜን ሰብን ጜሩይ ሕልና ኺህልወኒ፡ ኵሉ ግዜ እጜዕር ኣለኹ።
61,203

61,204
am_tg
ኚብዙ ዓመታት በኋላም ለወገኖቌ ምጜዋት ለመስጠትና ለአምላክ መባ ለማቅሚብ መጣሁ።
ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ኚኣ ንህዝበይ ምጜዋት ኚብጜሕን መስዋእቲ ኚቕርብን መጺአ።
61,205

61,206
am_tg
በቀተ መቅደሱ ውስጥ ያገኙኝ ዚመንጻት ሥርዓት ፈጜሜ ይህንኑ ሳደርግ እንጂ ኚብዙ ሕዝብ ጋር ሆኜ ሁኚት ሳነሳሳ አልነበሚም። ሆኖም ኚእስያ አውራጃ ዚመጡ አንዳንድ አይሁዳውያን ነበሩፀ
እዚ ኜገብር ኚለኹ፡ ምስ ህዝቢ ኜእኚብ ወይ ኚናዕብ ዘይኰነስ፡ ኣብ ቀተ መቕደስ ነጺሀ እዮም ሚኺቊምኒ። ካብ ኣውራጃ እስያ ዝመጹ ገለ ኣይሁድ ግና ነይሮም እዮም፣
61,207

61,208
am_tg
እነሱ እኔን ዚሚኚሱበት ነገር ካላ቞ው እዚህ ፊትህ ተገኝተው ሊኚሱኝ ይገባ ነበር።
ንሳቶም ኣባይ ገለ ነገር እንተ ዚህልዎምሲ፡ ኣብ ቅድሜኻ ቐሪቊም ኪኞስሱኒ ምተገብአ ነይሩ።
61,209

61,210
am_tg
ወይም እዚህ ያሉት ሰዎቜ በሳንሄድሪን ሾንጎ ፊት በቀሚብኩበት ጊዜ ያገኙብኝ ጥፋት ካለ እነሱ ራሳ቞ው ይናገሩፀ
ወይስ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ደው ኢለ ኞለኹ፡ ገለ በደል እንተ ሚኺቊምለይ ይዛሚቡ፣
61,211

61,212
am_tg
በመካኚላ቞ው ቆሜ በነበሚበት ጊዜ ድምፄን ኹፍ አድርጌ ‘ዛሬ በፊታቜሁ ለፍርድ ዚቀሚብኩት በሙታን ትንሣኀ በማመኔ ነው!’ ብዬ ኹመናገር በቀር ያደሚግኩት ነገር ዚለም።”
ብዘይካ እታ ኣብ መንጎኩም ደው ኢለ ብዓውታ፡ ‘ሎሚ፡ ብዛዕባ ትንሳኀ ምዉታት ኣብ ቅድሜኹም እፍሚድ ኣለኹ!’ ዝበልክዋ ሓንቲ ነገር፡ ካልእ ኣይሚኜቡለይን እዮም።”
61,213

61,214
am_tg
ይሁን እንጂ ፊሊክስ ስለ ጌታ መንገድ በሚገባ ያውቅ ስለነበሚ “ዚሠራዊቱ ሻለቃ ሉስዮስ ሲመጣ ለጉዳያቜሁ ውሳኔ እሰጣለሁ” በማለት ያቀሚቡትን ክስ ለሌላ ጊዜ አስተላለፈው።
ፌሊክስ ብዛዕባ እዛ መገዲ እዚኣ ኣጞቢቑ ይፈልጥ ስለ ዝነበሹ ግና፡ “ሊስያስ እቲ ሓለቓ ሜሕ ምስ ወሚደ፡ ብዛዕባ ነገርኩም ክውስን እዚ” ኢሉ ነቲ ነገር ወዘፎ።
61,215

61,216
am_tg
ኚዚያም ጳውሎስ በቁጥጥር ሥር እንዲቆይ፣ ይሁንና መጠነኛ ነፃነት እንዲሰጠው መኮንኑን አዘዘውፀ ደግሞም ወዳጆቹ ዚሚያስፈልገውን ነገር ለማድሚግ ሲመጡ እንዲፈቅድላ቞ው መመሪያ ሰጠው።
ነቲ ሓለቓ ሚእቲ ድማ ንጳውሎስ ኪሕልዎ፡ እተወሰነ ናጜነት ድማ ኪህቊ፡ ካብ ሰቡ ኌገልግሎ ንዚደሊ እውን ኪፈቕደሉ ኣዘዞ።
61,217

61,218
am_tg
ኹተወሰኑ ቀናት በኋላ ፊሊክስ አይሁዳዊት ኚሆነቜው ሚስቱ ኚድሩሲላ ጋር መጣፀ ጳውሎስንም አስጠርቶ በክርስቶስ ኢዚሱስ ስለ ማመን ሲናገር አዳመጠው።
ድሕሪ ገለ መዓልትታት፡ ፌሊክስ ምስታ ድሩሲላ እትብሃል ኣይሁዳዊት ሰበይቱ መጞ፣ ንጳውሎስ ልኢኹ ጾዊዑ ኞኣ፡ ብክርስቶስ ዚሱስ ብዛዕባ ምእማን፡ ካብኡ ሰምዐ።
61,219

61,220
am_tg
ጳውሎስ ስለ ጜድቅ፣ ራስን ስለ መግዛትና ስለሚመጣው ፍርድ ሲናገር ግን ፊሊክስ ፈርቶ “ለአሁኑ ይበቃልፀ አጋጣሚ ሳገኝ ግን እንደገና አስጠራሃለሁ” አለው።
ጳውሎስ ብዛዕባ ጜድቅን ርእሰ ግትኣትን እቲ ዚመጜእ ፍርድን ምስ ተዛሹቩ ግና፡ ፌሊክስ ፈሪሁ፡ “ንሕጂ ኺድ፣ ዚጥዕመኒ ግዜ ምስ ሚኞብኩ፡ ኹም ብሓድሜ ክትመጞኒ ኜልእኚልካ እዚ” ኢሉ መለሰሉ።
61,221

61,222
am_tg
በዚሁ አጋጣሚ ጳውሎስ ጉቩ ይሰጠኛል ብሎ ተስፋ ያደርግ ስለነበር ብዙ ጊዜ እያስጠራ ያነጋግሚው ነበር።
ምስናይዚ ግና፡ ካብ ጳውሎስ ገንዘብ ኪውሃቊ ተስፋ ይገብር ነበሚ። ስለዚ፡ ብዙሕ ግዜ ለልኢኹ እናኣምጜአ ዚዘራርቊ ነበሚ።
61,223

61,224
am_tg
ይሁንና ሁለት ዓመት ካለፈ በኋላ ፊሊክስ በጶርቅዮስ ፊስጊስ ተተካፀ በዚህ ጊዜ ፊሊክስ በአይሁዳውያን ዘንድ ተወዳጅነት ማትሚፍ ስለፈለገ ጳውሎስን እንደታሰሚ ተወው።
ክልተ ዓመት ምስ ሓለፈ፡ ፌሊክስ ብጶርቅዮስ ፌስጊስ ተተክአ፣ ፌሊክስ ሞገስ ኣይሁድ ኪሚክብ ስለ ዝደለዹ ኞኣ፡ ንጳውሎስ ብእሱሩ ሓደጎ።
61,225

61,226
am_tg
እኛም በመርኚብ ወደ ጣሊያን እንድንሄድ ስለተወሰነ ጳውሎስንና ዹተወሰኑ እስሚኞቜን ዚአውግስጊስ ክፍለ ጩር አባል ለሆነ ዩልዮስ ለሚባል አንድ ዹጩር መኮንን አስሚኚቧ቞ው።
ናብ ኢጣልያ ብመርኚብ ክንኚይድ ስለ እተወሰነ፡ ንጳውሎስን ንገለ ኻብቶም ካልኊት እሱራትን ኣሕሊፎም ነቲ ዩልዮስ ዝስሙ ኻብ ኣሃዱ ኣውጉስጊስ ዝዀነ ሓለቓ ሚእቲ ሃብዎም።
61,227

61,228
am_tg
ኚአድራሚጢስ ተነስቶ በእስያ አውራጃ ዚባሕር ዳርቻ ላይ ወደሚገኙት ወደቊቜ ሊሄድ በተዘጋጀ መርኚብ ተሳፍሚን ጉዞ ጀመርንፀ በተሰሎንቄ ዹሚኖሹው ዚመቄዶንያው አርስጥሮኮስም አብሮን ነበር።
ካብ ኣድራሚትስ ብገምገመ ገምገም ኣውራጃ እስያ ኣብ እትኞይድ መርኚብ ደዪብና ነቐልና፣ እቲ ኻብ ተሰሎንቄ ዝዀነ ኣርስጠርኮስ ብዓል መቄዶንያ ምሳና ነበሚ።
61,229

61,230
am_tg
በማግስቱ ሲዶና ደሚስንፀ ዩልዮስም ለጳውሎስ ደግነት በማሳዚት ወደ ወዳጆቹ እንዲሄድና እንክብካቀ እንዲያደርጉለት ፈቀደለት።
ንጜብሒቱ፡ ኣብ ሲዶን በጻሕና፣ ዩልዮስ ኚኣ ንጳውሎስ ርሕራሐ ገበሚሉ፡ ናብ ፈተውቱ ኪኞይድን ክንክኖም ኪሚክብን ድማ ፈቐደሉ።
61,231

61,232
am_tg
ኚዚያም ተነስተን በባሕር ላይ ጉዟቜንን ቀጠልንፀ ነፋሱ ኚፊት ለፊታቜን ይነፍስ ስለነበር ቆጵሮስን ተገን አድርገን አለፍን።
ካብኣ ነቒልና ድማ ንፋስ ኣንጻርና ስለ ዝነበሚ፡ ብትሕቲ ቆጵሮስ ተኾዊልና ተጕዓዝና።
61,233

61,234
am_tg
ኚዚያም በኪልቅያና በጵንፍልያ ዳርቻ በኩል ያለውን ባሕር አቋርጠን በሊቂያ ወደሚገኘው ዚሚራ ወደብ ደሚስን።
ብጥቓ ቂልቅያን ጰምፊልያን ኣቢልና ኞኣ ብማእኚል ባሕሪ ተጕዓዝና፣ ኣብታ ኣብ ሉቅያ እትርኚብ ሚራ ድማ በጻሕና።
61,235

61,236
am_tg
በዚያም መኮንኑ ወደ ጣሊያን ዚሚሄድ ኚእስክንድርያ ዚመጣ መርኚብ አግኝቶ አሳፈሚን።
ኣብኣ ኞኣ እቲ ሓለቓ ሚእቲ፡ ካብ እስክንድርያ ናብ ኢጣልያ እትኞይድ መርኚብ ሚኞበ፣ ናብኣ እውን ኣደዚበና።
61,237

61,238
am_tg
ኚዚያም ለብዙ ቀናት በዝግታ ተጉዘን በስንት ቜግር ቀኒዶስ ደሚስን። ነፋሱ እንደ ልብ እንድንጓዝ ስላልፈቀደልን በስልሞና በኩል ቀርጀስን ተገን አድርገን አለፍን።
ድሕርዚ፡ ብዙሕ መዓልትታት ገፈፍ እናበልና ምስ ተጕዓዝና፡ ብጭንቂ ናብ ክኒዶስ መጻእና። ጕዕዞና ኞይንቕጜል ንፋስ ምስ ኚልኚለና፡ ብትሕቲ ቅሬጥስ ተኾዊልና ብሰልሞና ሓለፍና።
61,239

61,240
am_tg
ዚባሕሩን ዳርቻ ይዘን በብዙ ቜግር በመጓዝ በላሲያ ኹተማ አቅራቢያ ወዳለው “መልካም ወደብ” ወደተባለ ስፍራ ደሚስን።
ብጭንቂ ብጞግዒ ጾግዓ ተጓዒዝና፡ ናብታ ኣብ ጥቓ ኾተማ ላስያ እትርኚብ ጜቡቕ ወደብ እትብሃል ቊታ መጻእና።
61,241

61,242
am_tg
ሹጅም ጊዜ በመቆዚታቜንና ዚስርዚት ቀን ጟም እንኳ ሳይቀር በማለፉ፣ ወቅቱ በባሕር ላይ ለመጓዝ አደገኛ ነበርፀ በመሆኑም ጳውሎስ አንድ ሐሳብ አቀሚበፀ
ብዙሕ ግዜ ምስ ሓለፈ፡ ጟም መዓልቲ ዕርቂ ሓሊፉ ስለ ዝነበሚ፡ ብመርኚብ ዚግበር ጕዕዞ ሓደገኛ ብምንባሩ፡ ጳውሎስ ኹምዚ ኢሉ ተማሕጾኖም፩
61,243

61,244
am_tg
እንዲህም አላቾው፩ “እናንተ ሰዎቜ፣ ይህ ጉዞ በጭነቱና በመርኚቡ ላይ ብቻ ሳይሆን በሕይወታቜንም ላይ እንኳ ሳይቀር ኹፍተኛ ጉዳትና ጥፋት ሊያስኚትል እንደሚቜል ይታዚኛል።”
“ኣቱም ሰባት፡ እዚ ጕዕዞ እዚ ንጜዕነትን ንመርኚብን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንህይወትና እውን ጕድኣትን ብዙሕ ጥፍኣትን ኹም ዜምጜእ ይርኣዚኒ ኣሎ።”
61,245

61,246
am_tg
ይሁን እንጂ መኮንኑ ጳውሎስ ዹተናገሹውን ኹመቀበል ይልቅ ዚመርኚቡ መሪና ዚመርኚቡ ባለቀት ዚተናገሩትን ሰማ።
እቲ ሓለቓ ሚእቲ ግና ካብቲ ጳውሎስ ዝበሎ፡ ነቲ መራሕ መርኚብን ነቲ ዋና መርኚብን ሰምዐ።
61,247

61,248
am_tg
ወደቡ ዚክሚምቱን ጊዜ በዚያ ለማሳለፍ አመቺ ስላልነበሚ አብዛኞቹ ኚዚያ ተነስተው ጉዟቾውን በመቀጠል እንደ ምንም ፊንቄ ወደተባለው ዚቀርጀስ ወደብ ደርሰው ክሚምቱን እዚያ ለማሳለፍ ሐሳብ አቀሚቡፀ ይህ ወደብ ወደ ሰሜን ምሥራቅም ሆነ ወደ ደቡብ ምሥራቅ ለመሄድ ዚሚያስቜል ነበር።
እቲ ወደብ ንምኜራም ዘይጥዕም ስለ ዝነበሹ ድማ፡ ካብኡ ኺነቕሉ እሞ፡ እንተ ኜኢሎም ናብቲ ኣብ ቅሬጥስ ዚርኚብ ናብ ሰሜናዊ ምብራቕን ደቡባዊ ምብራቕን ገጹ ዝገበሹ ወደብ ፊኒቅስ ኣትዮም ኣብኡ ኪኞርሙ፡ መብዛሕትኊም መኞሩ።
61,249

61,250
am_tg
ዚደቡብ ነፋስ በቀስታ እዚነፈሰ እንዳለ ባዩ ጊዜ እንዳሰቡት ዹሆነላቾው መስሏ቞ው መልሕቁን ነቅለው ዚቀርጀስን ዚባሕር ዳርቻ ይዘው መጓዝ ጀመሩ።
ንፋስ ደቡብ ብህድኣት ምስ ነፈሰ ኞኣ፡ ኹም ሓሳቊም ዝዀነሎም መሲልዎም፡ መልህቕ ኣልዒሎም ብጞግዒ ቅሬጥስ ሓለፉ።
61,251

61,252
am_tg
ይሁንና ብዙም ሳይቆይ አውራቂስ ዚሚባል ኃይለኛ አውሎ ነፋስ ኚደሎቲቱ ቁልቁል ነፈሰ።
ነዊሕ ኹይጾንሐ ግና፡ ኀውሮኪሎን ዚብሃል ብርቱዕ ህቊብላ ንፋስ ተሃንዲዱ መጞ።
61,253

61,254
am_tg
መርኚቡ እንቅስቃሎው ስለተገታና ነፋሱን ሰንጥቆ መሄድ ስላልቻለ ዝም ብለን በነፋሱ እዚተነዳን ሄድን።
ነታ መርኚብ መንዚዑ ምስ ወሰዳ ኞኣ፡ ነቲ ንፋስ ክትቃወሞ ስለ ዘይኚኣለት፡ ናብ ዝወሰዳ ትኺድ ሓደግናያ።
61,255

61,256
am_tg
ኚዚያም ቄዳ ዚተባለቜውን ትንሜ ደሎት ተገን አድርገን በፍጥነት ተጓዝንፀ ሆኖም በመርኚቡ ኋለኛ ክፍል ዚነበሚቜውን ትንሿን ጀልባ መቆጣጠር ዚቻልነው በብዙ ቜግር ነበር።
ብትሕቲ ኾውሊ ካውዳ እትብሃል ንእሜቶ ደሎት እኳ እንተ ሓለፍና፡ ነታ ብሞነኜ ድሕሪት መርኚብ ዝነበሚት ጃልባ ግና ብተጋድሎ ኢና ኣድሒንናያ።
61,257

61,258
am_tg
ጀልባዋ ወደ ላይ ተጎትታ ኚተጫነቜ በኋላ መርኚቡን ዙሪያውን በማሰር አጠናኚሩትፀ ኚስርቲስ አሾዋማ ደለል ጋር እንዳይላተሙ ስለፈሩም ዚሞራውን ገመዶቜ በመፍታት ሞራውን ዝቅ ካደሚጉ በኋላ በነፋስ እዚተነዱ ሄዱ።
ምስ ኣደዚብዋ ኞኣ፡ ነታ መርኚብ ብታሕቲ ብገመድ ኣሲሮም መጻንሒ ገበሩላ፣ መሰሚት እታ መርኚብ ኣብ ሲርጢስ ባይታ ኞይትንክፍ ፈሪሆም ድማ፡ ነቲ ኣግማድ ፈቲሖም ነቲ ጋንጜላ ምስ ጠቕለሉ፡ ኚምኡ ኢላ ትኺድ ሓደግዋ።
61,259

61,260
am_tg
አውሎ ነፋሱ ክፉኛ እያንገላታን ስለነበር በማግስቱ ዚመርኚቡን ጭነት ያቃልሉ ጀመር።
በቲ ማዕበል ናብዝን ናብትን ንድፋእ ስለ ዝነበርና፡ ንጜብሒቱ ነታ መርኚብ ኣቕለሉላ፣
61,261

61,262
am_tg
በሊስተኛውም ቀን ለመርኚቡ ዚሚያገለግሉትን ቁሳቁሶቜ በገዛ እጃ቞ው ወደ ባሕሩ ወሚወሩ።
ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ናውቲ እታ መርኚብ ብኣእዳዎም ደርበይዎ።
61,263

61,264
am_tg
ለብዙ ቀናት ፀሐይንም ሆነ ኚዋክብትን ማዚት ስላልቻልንና ውሜንፍሩ ስለበሚታብን በመጚሚሻ በሕይወት ዚመትሚፍ ተስፋቜን እዚተሟጠጠ ሄደ።
ንሓያሎ መዓልትታት ጾሓይ ኰነ ወይስ ኚዋኜብቲ ኞይተራእዚ ምስ ጾንሐ እሞ፡ እቲ ማዕበል እውን እናበርትዓና ምስ ኚደ፡ ኵሉ ተስፋ ድሕነትና በነነ።
61,265

61,266
am_tg
ሰዎቹ እህል ሳይቀምሱ ብዙ ቀን ኚቆዩ በኋላ ጳውሎስ በመካኚላ቞ው ቆሞ እንዲህ አለ፩ “እናንተ ሰዎቜ፣ ምክሬን ሰምታቜሁ ቢሆን ኖሮ ኚቀርጀስ ባልተነሳቜሁና ይህ ጉዳትና ኪሳራ ባልደሚሰ ነበር።
ብዘይ ምግቢ ብዙሕ ምስ ገበሩ ድማ፡ ጳውሎስ ኣብ ማእኚሎም ደው ኢሉ ኾምዚ በሎም፩ “ኣቱም ሰባት፡ ምኜሚይ ሰሚዕኩም ካብ ቅሬጥስ እንተ ዘይትነቕሉስ፡ እዚ ጕድኣትን ጥፍኣትን እዚ ኣይምሚኞበኩምን ነይሩ።
61,267

61,268
am_tg
አሁንም ቢሆን አይዟቜሁ! ምክንያቱም መርኚቡ ብቻ እንጂ ኚእናንተ አንድም ሰው አይጠፋም።
ሕጂ ድማ፡ እዛ መርኚብ ጥራይ ደኣ እምበር፡ ካባኻትኩም ሓደ እኳ ኣይኪጠፍእን እዩ እሞ፡ ክትቀስኑ እምሕጞነኩም ኣለኹ።
61,269

61,270
am_tg
ቅዱስ አገልግሎት ዚማቀርብለትና ንብሚቱ ዚሆንኩለት አምላክ ዹላኹው መልአክ ትናንት ሌሊት አጠገቀ ቆሞ
በዛ ለይቲ እዚኣ፡ መልኣኜ እቲ ኣነ ዝናቱን ዘገልግሎን ኣምላኜ ኣብ ጥቓይ ደው ኢሉ፡
61,271

61,272
am_tg
‘ጳውሎስ ሆይ፣ አትፍራ። ቄሳር ፊት መቅሚብ ይገባሃልፀ አምላክ ለአንተ ሲል ኹአንተ ጋር ዚሚጓዙት ሰዎቜ ሁሉ እንዲተርፉ ያደርጋል’ ብሎኛል።
‘ጳውሎስ፡ ኣይትፍራህ። ኣብ ቅድሚ ቄሳር ደው ክትብል ኣሎካ፣ እንሆ ኞኣ፡ ንዅሎም እቶም ምሳኻ ዚጕዓዙ፡ ኣምላኜ ሂቡካ ኣሎ’ ኢሉኒ እዩ።
61,273

61,274
am_tg
ስለዚህ እናንተ ሰዎቜ፣ አይዟቜሁ! ምክንያቱም ይህ ዹተነገሹኝ ነገር በትክክል እንደሚፈጞም በአምላክ ላይ እምነት አለኝ።
ስለዚ፡ ኣቱም ሰባት፡ ኚምቲ ንሱ ዝነገሹኒ ኾም ዚኾውን ንኣምላኜ እኣምኖ እዚ እሞ፡ ኣጆኹም።
61,275

61,276
am_tg
ይሁን እንጂ ኚአንዲት ደሎት ዳርቻ ጋር መላተማቜን ዚግድ ነው።”
ግናኞ፡ ናብ ሓንቲ ደሎት ክንግፋዕ ኢና።”
61,277

61,278
am_tg
በ14ኛው ሌሊት በአድርያ ባሕር ላይ ወዲያና ወዲህ እዚተንገላታን ሳለ እኩለ ሌሊት ላይ መርኚበኞቹ ወደ አንድ ዚብስ ዚተቃሚቡ መሰላ቞ው።
ኣብ መበል 14 ለይቲ፡ ኣብ ባሕሪ ኣድርያ ናብዝን ናብትን ክንድፋእ ኚለና፡ ፍርቂ ለይቲ ምስ ኰነ፡ እቶም ባሕሚኛታት ናብ ምድሪ ዝቐሚቡ መሰሎም።
61,279

61,280
am_tg
ጥልቀቱንም ሲለኩ 36 ሜትር ገደማ ሆኖ አገኙትፀ ጥቂት ርቀት ኹተጓዙም በኋላ በድጋሚ ሲለኩ 27 ሜትር ገደማ ሆኖ አገኙት።
መለክዒ ገይሮም ምስ ኣቘሩ ድማ፡ 20 ብቝመት ሰብ ሚኞቡ፣ ካብኡ ቝሩብ ሕልፍ ኢሎም፡ ኹም ብሓድሜ መለክዒ ገይሮም ኣቘሩ እሞ፡ 15 ብቝመት ሰብ ሚኞቡ።
61,281

61,282
am_tg
ኚዓለት ጋር እንላተማለን ብለው ስለፈሩ ኚመርኚቡ ዹኋለኛ ክፍል አራት መልሕቆቜ ጥለው ዚሚነጋበትን ጊዜ በጉጉት መጠባበቅ ጀመሩ።
ምስ ኣኻውሕ ኚይንጋጮ ስለ ዝፈርሁ፡ ብሞነኜ ድሕሪት እታ መርኚብ ኣርባዕተ መልህቕ ኣውሚዱ፣ መዓልቲ ኪኞውን ኚኣ ተመነዩ።
61,283

61,284
am_tg
ሆኖም መርኚበኞቹ ኚመርኚቡ ዹፊተኛ ክፍል መልሕቅ ዚሚጥሉ አስመስለው ትንሿን ጀልባ ወደ ባሕር በማውሚድ ኚመርኚቡ ለማምለጥ ሲሞክሩ
እቶም ባሕሚኛታት ካብታ መርኚብ ኪሃድሙ ደልዮም፡ ብሞነኜ ቅድሚት መልህቕ ዜውርዱ መሲሎም ነታ ጃልባ ናብ ባሕሪ ኌውርዱ ኞለዉ፡
61,285

61,286
am_tg
ጳውሎስ መኮንኑንና ወታደሮቹን “እነዚህ ሰዎቜ መርኚቡን ጥለው ኚሄዱ ልትድኑ አትቜሉም” አላ቞ው።
ጳውሎስ ነቲ ሓለቓ ሚእትን ነቶም ወተሃደራትን፡ “እዚኣቶም ኣብ መርኚብ እንተ ዘይጞኒሖም፡ ንስኻትኩም ክትድሕኑ ኣይትኜእሉን ኢኹም” በሎም።
61,287

61,288
am_tg
በዚህ ጊዜ ወታደሮቹ ዚትንሿን ጀልባ ገመዶቜ ቆርጠው ብቻዋን ተንሳፋ እንድትቀር አደሚጓት።
ሜዑ፡ እቶም ወተሃደራት ኣግማድ እታ ጃልባ በቲኟም፡ ትውደቕ ሓደግዋ።
61,289

61,290
am_tg
ሊነጋ ሲል ጳውሎስ እንዲህ በማለት ምግብ እንዲቀምሱ ሁሉንም አበሚታታ቞ውፊ “እህል ዚሚባል ነገር ሳትቀምሱ እንዲሁ ልባቜሁ ተንጠልጥሎ ስትጠባበቁ ይኾው ዛሬ 14ኛ ቀናቜሁ ነው።
ኪወግሕ ምስ በለ፡ ጳውሎስ ንዅላቶም ኹምዚ ኢሉ ኣተባብዖምፊ “እንታይ ኹም ዚኾውን ብጭንቀት እናተጞበኹም ገለ ኞይጠዓምኩም ብዘይ ምግቢ፡ ሎሚ መበል 14 መዓልትኹም እዩ።
61,291

61,292
am_tg
ስለዚህ ለራሳቜሁ ደህንነት ስለሚበጅ እህል እንድትቀምሱ እለምናቜኋለሁፀ ምክንያቱም ኚእናንተ መካኚል ኚራስ ፀጉሩ አንድ እንኳ ዚሚጠፋበት ዚለም።”
እምበኣር፡ እዚ ንድሕነትኩም ስለ ዝዀነ፡ ካብ ሓደ ኻባኻትኩም ጞጕሪ ርእሲ እኳ ኣይክትጠፍእን እያ እሞ፡ ምግቢ ኜትበልዑ አተባብዓኩም ኣለኹ።”
61,293

61,294
am_tg
ይህን ካለ በኋላ ዳቊ ወስዶ በሁሉ ፊት አምላክን አመሰገነፀ ቆርሶም ይበላ ጀመር።
እዚ ምስ በለ፡ እንጌራ ኣልዒሉ ኣብ ቅድሚ ዅላቶም ንኣምላኜ ኣመስገነ እሞ፡ ቈሪሱ ኺበልዕ ጀመሚ።
61,295

61,296
am_tg
በዚህ ጊዜ ሁሉም ተበሚታተው ምግብ እዚወሰዱ ይበሉ ጀመር።
ኵላቶም ድማ ቀሰኑ እሞ በልዑ።
61,297
tg_am
ኵላቶም ድማ ቀሰኑ እሞ በልዑ።
በዚህ ጊዜ ሁሉም ተበሚታተው ምግብ እዚወሰዱ ይበሉ ጀመር።
61,298
am_tg
መርኚቡ ላይ በአጠቃላይ 276 ሰዎቜ ነበርን።
ኣብታ መርኚብ ዝነበርና ዅላትና ኞኣ፡ 276 ሰባት ኢና።
61,299
tg_am
ኣብታ መርኚብ ዝነበርና ዅላትና ኞኣ፡ 276 ሰባት ኢና።
መርኚቡ ላይ በአጠቃላይ 276 ሰዎቜ ነበርን።