Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
61,700 | am_tg | ይሁንና ለራሱ ምሥክር ከማቅረብ ወደኋላ አላለም፤ ከሰማይ ዝናብ በማዝነብና ፍሬያማ ወቅቶችን በመስጠት እንዲሁም የተትረፈረፈ ምግብ በማቅረብና ልባችሁን በደስታ በመሙላት መልካም ነገር አድርጓል።” | ግናኸ፡ ካብ ሰማይ ዝናምን ወቕቲ ፍርያትን እናሃበኩምን ብምግቢ እናኣጽገበኩምን ልብኹም ብሓጐስ እናመልአን ጽቡቕ ብምግባር፡ ርእሱ ብዘይ ምስክር ኣይሓደገን።” |
61,701 | tg_am | ግናኸ፡ ካብ ሰማይ ዝናምን ወቕቲ ፍርያትን እናሃበኩምን ብምግቢ እናኣጽገበኩምን ልብኹም ብሓጐስ እናመልአን ጽቡቕ ብምግባር፡ ርእሱ ብዘይ ምስክር ኣይሓደገን።” | ይሁንና ለራሱ ምሥክር ከማቅረብ ወደኋላ አላለም፤ ከሰማይ ዝናብ በማዝነብና ፍሬያማ ወቅቶችን በመስጠት እንዲሁም የተትረፈረፈ ምግብ በማቅረብና ልባችሁን በደስታ በመሙላት መልካም ነገር አድርጓል።” |
61,702 | am_tg | ይህን ሁሉ ተናግረው እንኳ ሕዝቡ እንዳይሠዋላቸው ያስጣሉት በብዙ ችግር ነበር። | እዚ ኢሎም ክነሶም ግና፡ ከይስውኡሎም፡ ነቶም ህዝቢ ብኽንደይ ገድሊ ኸልከልዎም። |
61,703 | tg_am | እዚ ኢሎም ክነሶም ግና፡ ከይስውኡሎም፡ ነቶም ህዝቢ ብኽንደይ ገድሊ ኸልከልዎም። | ይህን ሁሉ ተናግረው እንኳ ሕዝቡ እንዳይሠዋላቸው ያስጣሉት በብዙ ችግር ነበር። |
61,704 | am_tg | ሆኖም አይሁዳውያን ከአንጾኪያና ከኢቆንዮን መጥተው ሕዝቡን አግባቡ፤ ጳውሎስንም በድንጋይ ከወገሩት በኋላ የሞተ መስሏቸው ጎትተው ከከተማዋ አወጡት። | ግናኸ፡ ኣይሁድ ካብ ኣንጾክያን ኢቆንዩምን መጺኦም፡ ነቶም ህዝቢ ሓቢሎም ንጳውሎስ ብዳርባ እምኒ ጨፍጨፍዎ፣ ዝሞተ መሲልዎም ከኣ ካብታ ኸተማ ንወጻኢ ጐተትዎ። |
61,705 | tg_am | ግናኸ፡ ኣይሁድ ካብ ኣንጾክያን ኢቆንዩምን መጺኦም፡ ነቶም ህዝቢ ሓቢሎም ንጳውሎስ ብዳርባ እምኒ ጨፍጨፍዎ፣ ዝሞተ መሲልዎም ከኣ ካብታ ኸተማ ንወጻኢ ጐተትዎ። | ሆኖም አይሁዳውያን ከአንጾኪያና ከኢቆንዮን መጥተው ሕዝቡን አግባቡ፤ ጳውሎስንም በድንጋይ ከወገሩት በኋላ የሞተ መስሏቸው ጎትተው ከከተማዋ አወጡት። |
61,706 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱ መጥተው በከበቡት ጊዜ ግን ተነስቶ ወደ ከተማዋ ገባ። በማግስቱም ከበርናባስ ጋር ወደ ደርቤ ሄደ። | እቶም ደቀ መዛሙርቲ ምስ ከበብዎ ግና፡ ተንሲኡ ናብታ ኸተማ ኣተወ። ንጽብሒቱ ድማ፡ ምስ በርናባስ ናብ ደርቤ ኸደ። |
61,707 | tg_am | እቶም ደቀ መዛሙርቲ ምስ ከበብዎ ግና፡ ተንሲኡ ናብታ ኸተማ ኣተወ። ንጽብሒቱ ድማ፡ ምስ በርናባስ ናብ ደርቤ ኸደ። | ደቀ መዛሙርቱ መጥተው በከበቡት ጊዜ ግን ተነስቶ ወደ ከተማዋ ገባ። በማግስቱም ከበርናባስ ጋር ወደ ደርቤ ሄደ። |
61,708 | am_tg | በዚያች ከተማ ምሥራቹን ሰብከው በርካታ ደቀ መዛሙርት ካፈሩ በኋላ ወደ ልስጥራ፣ ወደ ኢቆንዮንና ወደ አንጾኪያ ተመለሱ። | ኣብታ ኸተማ እቲኣ ምስ ኣበሰሩን ብዙሓት ደቀ መዛሙርቲ ምስ ገበሩን ከኣ፡ ናብ ልስጥራን ናብ ኢቆንዩምን ናብ ኣንጾክያን ተመልሱ። |
61,709 | tg_am | ኣብታ ኸተማ እቲኣ ምስ ኣበሰሩን ብዙሓት ደቀ መዛሙርቲ ምስ ገበሩን ከኣ፡ ናብ ልስጥራን ናብ ኢቆንዩምን ናብ ኣንጾክያን ተመልሱ። | በዚያች ከተማ ምሥራቹን ሰብከው በርካታ ደቀ መዛሙርት ካፈሩ በኋላ ወደ ልስጥራ፣ ወደ ኢቆንዮንና ወደ አንጾኪያ ተመለሱ። |
61,710 | am_tg | በዚያም “በብዙ መከራ አልፈን ወደ አምላክ መንግሥት መግባት አለብን” እያሉ በእምነት ጸንተው እንዲኖሩ በማበረታታት ደቀ መዛሙርቱን አጠናከሩ። | ኣብአን ድማ ኣብ እምነት ኪጸንዑ እናኣተባብዑን “ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ብብዙሕ ጸበባ ኽንኣቱ ይግብኣና እዩ” እናበሉን ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣበራትዑ። |
61,711 | tg_am | ኣብአን ድማ ኣብ እምነት ኪጸንዑ እናኣተባብዑን “ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ብብዙሕ ጸበባ ኽንኣቱ ይግብኣና እዩ” እናበሉን ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣበራትዑ። | በዚያም “በብዙ መከራ አልፈን ወደ አምላክ መንግሥት መግባት አለብን” እያሉ በእምነት ጸንተው እንዲኖሩ በማበረታታት ደቀ መዛሙርቱን አጠናከሩ። |
61,712 | am_tg | ከዚህም በተጨማሪ በየጉባኤው ሽማግሌዎችን ሾሙላቸው፤ ከጾሙና ከጸለዩም በኋላ ላመኑበት ለይሖዋ አደራ ሰጧቸው። | ኣብ ገጉባኤኡ ሽማግለታት ምስ ሸሙሎም ከኣ፡ ብጸሎትን ብጾምን ናብቲ ብእኡ ዝኣመኑ የሆዋ ኣማዕቈብዎም። |
61,713 | tg_am | ኣብ ገጉባኤኡ ሽማግለታት ምስ ሸሙሎም ከኣ፡ ብጸሎትን ብጾምን ናብቲ ብእኡ ዝኣመኑ የሆዋ ኣማዕቈብዎም። | ከዚህም በተጨማሪ በየጉባኤው ሽማግሌዎችን ሾሙላቸው፤ ከጾሙና ከጸለዩም በኋላ ላመኑበት ለይሖዋ አደራ ሰጧቸው። |
61,714 | am_tg | ከዚያም በጵስድያ በኩል አልፈው ወደ ጵንፍልያ መጡ፤ | ብጲሲድያ ሓሊፎም ከኣ ናብ ጰምፊልያ መጹ። |
61,715 | tg_am | ብጲሲድያ ሓሊፎም ከኣ ናብ ጰምፊልያ መጹ። | ከዚያም በጵስድያ በኩል አልፈው ወደ ጵንፍልያ መጡ፤ |
61,716 | am_tg | በጴርጌ ቃሉን ካወጁ በኋላ ወደ አታሊያ ወረዱ። | ኣብ ጴርጌ ነቲ ቓል ምስ ሰበኹ፡ ናብ ኣጣልያ ኸዱ። |
61,717 | tg_am | ኣብ ጴርጌ ነቲ ቓል ምስ ሰበኹ፡ ናብ ኣጣልያ ኸዱ። | በጴርጌ ቃሉን ካወጁ በኋላ ወደ አታሊያ ወረዱ። |
61,718 | am_tg | ከዚያም ተነስተው በመርከብ ወደ አንጾኪያ ሄዱ፤ ጳውሎስና በርናባስ አሁን ያጠናቀቁትን ሥራ እንዲያከናውኑ ለአምላክ ጸጋ በአደራ የተሰጡት በአንጾኪያ ነበር። | ካብኣ ድማ ናብታ ነቲ ዝፈጸምዎ ዕዮ ንጸጋ ኣምላኽ እተማዕቈቡላ ኣንጾክያ ብመርከብ ከዱ። |
61,719 | tg_am | ካብኣ ድማ ናብታ ነቲ ዝፈጸምዎ ዕዮ ንጸጋ ኣምላኽ እተማዕቈቡላ ኣንጾክያ ብመርከብ ከዱ። | ከዚያም ተነስተው በመርከብ ወደ አንጾኪያ ሄዱ፤ ጳውሎስና በርናባስ አሁን ያጠናቀቁትን ሥራ እንዲያከናውኑ ለአምላክ ጸጋ በአደራ የተሰጡት በአንጾኪያ ነበር። |
61,720 | am_tg | እዚያም ደርሰው ጉባኤውን ከሰበሰቡ በኋላ አምላክ በእነሱ አማካኝነት ያከናወናቸውን በርካታ ነገሮች እንዲሁም ለአሕዛብ የእምነትን በር እንደከፈተላቸው ተረኩላቸው። | ኣብኣ ምስ በጽሑ፡ ነታ ጉባኤ ኣኪቦም፡ እቲ ኣምላኽ ብኣታቶም ኣቢሉ ዝገበሮ ዅሉን ንኣህዛብ ኣፍ ደገ እምነት ከም ዝኸፈተሎምን ኣዘንተዉሎም። |
61,721 | tg_am | ኣብኣ ምስ በጽሑ፡ ነታ ጉባኤ ኣኪቦም፡ እቲ ኣምላኽ ብኣታቶም ኣቢሉ ዝገበሮ ዅሉን ንኣህዛብ ኣፍ ደገ እምነት ከም ዝኸፈተሎምን ኣዘንተዉሎም። | እዚያም ደርሰው ጉባኤውን ከሰበሰቡ በኋላ አምላክ በእነሱ አማካኝነት ያከናወናቸውን በርካታ ነገሮች እንዲሁም ለአሕዛብ የእምነትን በር እንደከፈተላቸው ተረኩላቸው። |
61,722 | am_tg | በዚያም ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ረዘም ያለ ጊዜ አሳለፉ። | ምስቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ነዊሕ እዋን ጸንሑ። |
61,723 | tg_am | ምስቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ነዊሕ እዋን ጸንሑ። | በዚያም ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ረዘም ያለ ጊዜ አሳለፉ። |
61,724 | am_tg | እኛም በደህና ወደ የብስ ደረስን፤ ደሴቲቱም ማልታ ተብላ እንደምትጠራ አወቅን። | ምስ ደሓንና ኸኣ፡ እታ ደሴት ማልታ ኸም እትብሃል ፈለጥና። |
61,725 | tg_am | ምስ ደሓንና ኸኣ፡ እታ ደሴት ማልታ ኸም እትብሃል ፈለጥና። | እኛም በደህና ወደ የብስ ደረስን፤ ደሴቲቱም ማልታ ተብላ እንደምትጠራ አወቅን። |
61,726 | am_tg | የአካባቢው ነዋሪዎችም የተለየ ደግነት አሳዩን። ዝናብ መዝነብ ጀምሮ ስለነበረና ብርድ ስለነበር እሳት በማቀጣጠል ሁላችንንም በደግነት አስተናገዱን። | እቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ህዝቢ ድማ ፍልይ ዝበለ ርሕራሐ ገበሩልና። ዝናም ይዘንም ስለ ዝነበረን ቍሪ ስለ ዝነበረን፡ ሓዊ ኣንዲዶም ንዅላትና ተቐበሉና። |
61,727 | tg_am | እቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ህዝቢ ድማ ፍልይ ዝበለ ርሕራሐ ገበሩልና። ዝናም ይዘንም ስለ ዝነበረን ቍሪ ስለ ዝነበረን፡ ሓዊ ኣንዲዶም ንዅላትና ተቐበሉና። | የአካባቢው ነዋሪዎችም የተለየ ደግነት አሳዩን። ዝናብ መዝነብ ጀምሮ ስለነበረና ብርድ ስለነበር እሳት በማቀጣጠል ሁላችንንም በደግነት አስተናገዱን። |
61,728 | am_tg | ይሁን እንጂ ጳውሎስ ጭራሮ ሰብስቦ እሳቱ ውስጥ ሲጨምር ከሙቀቱ የተነሳ እፉኝት ወጥታ እጁ ላይ ተጣበቀች። | ጳውሎስ ብዙሕ ቀሸም ኣኪቡ ናብ ሓዊ ኼእቱ ኸሎ ግና፡ ብሰንኪ እቲ ረስኒ፡ ኣፍዑት ወጺኡ፡ ኣብ ኢዱ ተጣበቐ። |
61,729 | tg_am | ጳውሎስ ብዙሕ ቀሸም ኣኪቡ ናብ ሓዊ ኼእቱ ኸሎ ግና፡ ብሰንኪ እቲ ረስኒ፡ ኣፍዑት ወጺኡ፡ ኣብ ኢዱ ተጣበቐ። | ይሁን እንጂ ጳውሎስ ጭራሮ ሰብስቦ እሳቱ ውስጥ ሲጨምር ከሙቀቱ የተነሳ እፉኝት ወጥታ እጁ ላይ ተጣበቀች። |
61,730 | am_tg | ባዕድ ቋንቋ የሚናገሩትም ሰዎች እፉኝቷ እጁ ላይ ተንጠልጥላ ባዩ ጊዜ እርስ በርሳቸው “ይህ ሰው ነፍሰ ገዳይ መሆን አለበት፤ ከባሕሩ ተርፎ በደህና ቢወጣም እንኳ ፍትሕ በሕይወት እንዲኖር አልፈቀደለትም” ይባባሉ ጀመር። | እቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ህዝቢ ነቲ ሕንዛም ፍጥረት ኣብ ኢዱ ጠልጠል ኢሉ ምስ ረኣዩ፡ ንሓድሕዶም፡ “እዚ ሰብ እዚ ብርግጽ ቀታል ነፍሲ እዩ፣ ካብ ባሕሪ እኳ እንተ ደሓነ፡ ፍትሒ ግና ብህይወት ኪነብር ኣይሓደገቶን” ተባሃሃሉ። |
61,731 | tg_am | እቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ህዝቢ ነቲ ሕንዛም ፍጥረት ኣብ ኢዱ ጠልጠል ኢሉ ምስ ረኣዩ፡ ንሓድሕዶም፡ “እዚ ሰብ እዚ ብርግጽ ቀታል ነፍሲ እዩ፣ ካብ ባሕሪ እኳ እንተ ደሓነ፡ ፍትሒ ግና ብህይወት ኪነብር ኣይሓደገቶን” ተባሃሃሉ። | ባዕድ ቋንቋ የሚናገሩትም ሰዎች እፉኝቷ እጁ ላይ ተንጠልጥላ ባዩ ጊዜ እርስ በርሳቸው “ይህ ሰው ነፍሰ ገዳይ መሆን አለበት፤ ከባሕሩ ተርፎ በደህና ቢወጣም እንኳ ፍትሕ በሕይወት እንዲኖር አልፈቀደለትም” ይባባሉ ጀመር። |
61,732 | am_tg | እሱ ግን እፉኝቷን እሳቱ ላይ አራገፋት፤ አንዳችም ጉዳት አልደረሰበትም። | ንሱ ግና ነቲ ሕንዛም ፍጥረት ናብቲ ሓዊ ጸግ ኣበሎ፡ ገለ እውን ኣይጐድኦን። |
61,733 | tg_am | ንሱ ግና ነቲ ሕንዛም ፍጥረት ናብቲ ሓዊ ጸግ ኣበሎ፡ ገለ እውን ኣይጐድኦን። | እሱ ግን እፉኝቷን እሳቱ ላይ አራገፋት፤ አንዳችም ጉዳት አልደረሰበትም። |
61,734 | am_tg | ሆኖም ሰዎቹ ከአሁን አሁን ሰውነቱ ያብጣል ወይም ድንገት ወድቆ ይሞታል ብለው ይጠባበቁ ነበር። ብዙ ጠብቀው ምንም ጉዳት እንዳልደረሰበት ባዩ ጊዜ ሐሳባቸውን ለውጠው ይህ ሰው አምላክ ነው ይሉ ጀመር። | ንሳቶም ከኣ፡ ኪሓብጥ ወይ ብሃንደበት ሞይቱ ኺወድቕ ይጽበይዎ ነበሩ። ነዊሕ ተጸብዮም ገለ እኳ ኸም ዘይተጐድአ ምስ ረኣዩ፡ ሓሳቦም ለዊጦም፡ ኣምላኽ ምዃኑ ተዛረቡ። |
61,735 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ ኪሓብጥ ወይ ብሃንደበት ሞይቱ ኺወድቕ ይጽበይዎ ነበሩ። ነዊሕ ተጸብዮም ገለ እኳ ኸም ዘይተጐድአ ምስ ረኣዩ፡ ሓሳቦም ለዊጦም፡ ኣምላኽ ምዃኑ ተዛረቡ። | ሆኖም ሰዎቹ ከአሁን አሁን ሰውነቱ ያብጣል ወይም ድንገት ወድቆ ይሞታል ብለው ይጠባበቁ ነበር። ብዙ ጠብቀው ምንም ጉዳት እንዳልደረሰበት ባዩ ጊዜ ሐሳባቸውን ለውጠው ይህ ሰው አምላክ ነው ይሉ ጀመር። |
61,736 | am_tg | በዚያ አካባቢ፣ ፑፕልዮስ የተባለ የደሴቲቱ አስተዳዳሪ ርስት ነበረው፤ እሱም በእንግድነት ተቀብሎን ሦስት ቀን በደግነት አስተናገደን። | ኣብ ጥቓ እታ ቦታ ኸኣ፡ እቲ ጱብልዮስ ዝስሙ ኣውራ እታ ደሴት፡ ግራውቲ ነበሮ፣ ንሱ ተቐቢሉ ንሰለስተ መዓልቲ ጽቡቕ ገይሩ ኣአንገደና። |
61,737 | tg_am | ኣብ ጥቓ እታ ቦታ ኸኣ፡ እቲ ጱብልዮስ ዝስሙ ኣውራ እታ ደሴት፡ ግራውቲ ነበሮ፣ ንሱ ተቐቢሉ ንሰለስተ መዓልቲ ጽቡቕ ገይሩ ኣአንገደና። | በዚያ አካባቢ፣ ፑፕልዮስ የተባለ የደሴቲቱ አስተዳዳሪ ርስት ነበረው፤ እሱም በእንግድነት ተቀብሎን ሦስት ቀን በደግነት አስተናገደን። |
61,738 | am_tg | የፑፕልዮስ አባት ትኩሳትና ተቅማጥ ይዞት ተኝቶ ነበር፤ ጳውሎስም ወደ እሱ ገብቶ ጸለየለት፤ እጁንም ጫነበትና ፈወሰው። | ኣቦ ጱብልዮስ ድማ ረስንን ውጽኣትን ሓሚሙ ደቂሱ ነበረ፣ ጳውሎስ ከኣ ናብኡ ኸይዱ፡ ኣእዳዉ ኣንቢሩ ጸለየሉ እሞ ሓወየ። |
61,739 | tg_am | ኣቦ ጱብልዮስ ድማ ረስንን ውጽኣትን ሓሚሙ ደቂሱ ነበረ፣ ጳውሎስ ከኣ ናብኡ ኸይዱ፡ ኣእዳዉ ኣንቢሩ ጸለየሉ እሞ ሓወየ። | የፑፕልዮስ አባት ትኩሳትና ተቅማጥ ይዞት ተኝቶ ነበር፤ ጳውሎስም ወደ እሱ ገብቶ ጸለየለት፤ እጁንም ጫነበትና ፈወሰው። |
61,740 | am_tg | ይህ ከሆነ በኋላ በደሴቲቱ የሚኖሩ የታመሙ ሌሎች ሰዎችም ወደ እሱ እየመጡ ይፈወሱ ጀመር። | እዚ ምስ ኰነ፡ እቶም ዝተረፉ ሕሙማት ደቂ እታ ደሴት ናብኡ መጺኦም ተፈወሱ። |
61,741 | tg_am | እዚ ምስ ኰነ፡ እቶም ዝተረፉ ሕሙማት ደቂ እታ ደሴት ናብኡ መጺኦም ተፈወሱ። | ይህ ከሆነ በኋላ በደሴቲቱ የሚኖሩ የታመሙ ሌሎች ሰዎችም ወደ እሱ እየመጡ ይፈወሱ ጀመር። |
61,742 | am_tg | በተጨማሪም ብዙ ስጦታ በመስጠት አክብሮታቸውን ገለጹልን፤ በመርከብ ለመሄድ በተዘጋጀን ጊዜም የሚያስፈልጉንን ነገሮች ሁሉ ጫኑልን። | ብብዙሕ ህያባት ከኣ ኣኽበሩና፣ ብመርከብ ክንነቅል ከለና እውን፡ ዜድልየና ዘበለ ሃቡና። |
61,743 | tg_am | ብብዙሕ ህያባት ከኣ ኣኽበሩና፣ ብመርከብ ክንነቅል ከለና እውን፡ ዜድልየና ዘበለ ሃቡና። | በተጨማሪም ብዙ ስጦታ በመስጠት አክብሮታቸውን ገለጹልን፤ በመርከብ ለመሄድ በተዘጋጀን ጊዜም የሚያስፈልጉንን ነገሮች ሁሉ ጫኑልን። |
61,744 | am_tg | ከሦስት ወር በኋላም “የዙስ ልጆች” የሚል ዓርማ ባለው መርከብ ጉዞ ጀመርን። ይህ መርከብ ከእስክንድርያ የመጣ ሲሆን ክረምቱን ያሳለፈው በዚህች ደሴት ነበር። | ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ኸኣ፡ በታ ኣብታ ደሴት ዝኸረመት፡ “ደቂ ድያ” ዚብል ኣርማ ዘለዋ፡ ካብ እስክንድርያ ዝመጸት መርከብ ጌርና ነቐልና። |
61,745 | tg_am | ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ኸኣ፡ በታ ኣብታ ደሴት ዝኸረመት፡ “ደቂ ድያ” ዚብል ኣርማ ዘለዋ፡ ካብ እስክንድርያ ዝመጸት መርከብ ጌርና ነቐልና። | ከሦስት ወር በኋላም “የዙስ ልጆች” የሚል ዓርማ ባለው መርከብ ጉዞ ጀመርን። ይህ መርከብ ከእስክንድርያ የመጣ ሲሆን ክረምቱን ያሳለፈው በዚህች ደሴት ነበር። |
61,746 | am_tg | በስራኩስ ወደሚገኘው ወደብ ከደረስን በኋላ በዚያ ሦስት ቀን ቆየን፤ | ኣብ ሲራኩሳ ምስ በጻሕና ድማ፡ ኣብኣ ሰለስተ መዓልቲ ጸናሕና፣ |
61,747 | tg_am | ኣብ ሲራኩሳ ምስ በጻሕና ድማ፡ ኣብኣ ሰለስተ መዓልቲ ጸናሕና፣ | በስራኩስ ወደሚገኘው ወደብ ከደረስን በኋላ በዚያ ሦስት ቀን ቆየን፤ |
61,748 | am_tg | ከዚያም ተነስተን በመጓዝ ሬጊዩም ደረስን። ከአንድ ቀን በኋላም የደቡብ ነፋስ ስለተነሳ በሁለተኛው ቀን ፑቲዮሉስ ደረስን። | ካብኣ ሓሊፍና ኸኣ፡ ኣብ ረግዩም በጻሕና። ንጽብሒቱ፡ ንፋስ ደቡብ ነፈሰ እሞ፡ ኣብ ካልአይቲ መዓልቲ ናብ ጱተዮሉስ ኣቶና። |
61,749 | tg_am | ካብኣ ሓሊፍና ኸኣ፡ ኣብ ረግዩም በጻሕና። ንጽብሒቱ፡ ንፋስ ደቡብ ነፈሰ እሞ፡ ኣብ ካልአይቲ መዓልቲ ናብ ጱተዮሉስ ኣቶና። | ከዚያም ተነስተን በመጓዝ ሬጊዩም ደረስን። ከአንድ ቀን በኋላም የደቡብ ነፋስ ስለተነሳ በሁለተኛው ቀን ፑቲዮሉስ ደረስን። |
61,750 | am_tg | በዚያም ወንድሞችን አገኘን፤ እነሱም ሰባት ቀን አብረናቸው እንድንቆይ ለመኑን፤ እነሱ ጋር ከቆየን በኋላ ወደ ሮም አመራን። | ኣብኣ ኣሕዋት ረኸብና፡ ምሳታቶም ሸውዓተ መዓልቲ ኽንቅኒ እውን ለመኑና፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ ናብ ሮሜ ገጽና ኸድና። |
61,751 | tg_am | ኣብኣ ኣሕዋት ረኸብና፡ ምሳታቶም ሸውዓተ መዓልቲ ኽንቅኒ እውን ለመኑና፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ ናብ ሮሜ ገጽና ኸድና። | በዚያም ወንድሞችን አገኘን፤ እነሱም ሰባት ቀን አብረናቸው እንድንቆይ ለመኑን፤ እነሱ ጋር ከቆየን በኋላ ወደ ሮም አመራን። |
61,752 | am_tg | በዚያ የነበሩ ወንድሞች ስለ እኛ በሰሙ ጊዜ እስከ አፍዩስ የገበያ ስፍራና ሦስት ማደሪያ እስከሚባለው ቦታ ድረስ ሊቀበሉን መጡ። ጳውሎስም ባያቸው ጊዜ አምላክን አመሰገነ፤ እንዲሁም ተበረታታ። | ካብኣ እውን፡ እቶም ኣሕዋት ወረና ምስ ሰምዑ፡ ኪቕበሉና ኢሎም ክሳብ ዕዳጋ ኣጵዩስን ክሳዕ ሰለስተ መሓድርን መጹ። ጳውሎስ ምስ ረኣዮም ከኣ፡ ንኣምላኽ ኣመስገነን ተተባብዐን። |
61,753 | tg_am | ካብኣ እውን፡ እቶም ኣሕዋት ወረና ምስ ሰምዑ፡ ኪቕበሉና ኢሎም ክሳብ ዕዳጋ ኣጵዩስን ክሳዕ ሰለስተ መሓድርን መጹ። ጳውሎስ ምስ ረኣዮም ከኣ፡ ንኣምላኽ ኣመስገነን ተተባብዐን። | በዚያ የነበሩ ወንድሞች ስለ እኛ በሰሙ ጊዜ እስከ አፍዩስ የገበያ ስፍራና ሦስት ማደሪያ እስከሚባለው ቦታ ድረስ ሊቀበሉን መጡ። ጳውሎስም ባያቸው ጊዜ አምላክን አመሰገነ፤ እንዲሁም ተበረታታ። |
61,754 | am_tg | በመጨረሻም ሮም በደረስን ጊዜ ጳውሎስ አንድ ወታደር እየጠበቀው ብቻውን እንዲኖር ተፈቀደለት። | ኣብ ሮሜ ምስ ኣቶና ድማ፡ ጳውሎስ ምስ ሓደ ዚሕልዎ ወተሃደር ንበይኑ ኪቕመጥ ተፈቕደሉ። |
61,755 | tg_am | ኣብ ሮሜ ምስ ኣቶና ድማ፡ ጳውሎስ ምስ ሓደ ዚሕልዎ ወተሃደር ንበይኑ ኪቕመጥ ተፈቕደሉ። | በመጨረሻም ሮም በደረስን ጊዜ ጳውሎስ አንድ ወታደር እየጠበቀው ብቻውን እንዲኖር ተፈቀደለት። |
61,756 | am_tg | ይሁን እንጂ ከሦስት ቀን በኋላ የአይሁዳውያንን ታላላቅ ሰዎች አንድ ላይ ጠራ። ሰዎቹም በተሰበሰቡ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “ወንድሞች፣ ምንም እንኳ ሕዝቡን ወይም የአባቶቻችንን ልማድ የሚጻረር ነገር ያልፈጸምኩ ቢሆንም በኢየሩሳሌም አስረው ለሮማውያን አሳልፈው ሰጥተውኛል። | ግናኸ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ፡ ነቶም ኣውራታት ኣይሁድ ጸዊዑ ኣከቦም። ምስ ተኣከቡ ኸኣ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ ኣንጻር ህዝብና ወይ ኣንጻር ልምዲ ኣቦታትና ሓንቲ ዘይገበርኩ ኽነሰይ፡ ካብ የሩሳሌም እሱር ኰይነ ናብ ኢድ ሮማውያን ተዋሂበ። |
61,757 | tg_am | ግናኸ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ፡ ነቶም ኣውራታት ኣይሁድ ጸዊዑ ኣከቦም። ምስ ተኣከቡ ኸኣ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ ኣንጻር ህዝብና ወይ ኣንጻር ልምዲ ኣቦታትና ሓንቲ ዘይገበርኩ ኽነሰይ፡ ካብ የሩሳሌም እሱር ኰይነ ናብ ኢድ ሮማውያን ተዋሂበ። | ይሁን እንጂ ከሦስት ቀን በኋላ የአይሁዳውያንን ታላላቅ ሰዎች አንድ ላይ ጠራ። ሰዎቹም በተሰበሰቡ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “ወንድሞች፣ ምንም እንኳ ሕዝቡን ወይም የአባቶቻችንን ልማድ የሚጻረር ነገር ያልፈጸምኩ ቢሆንም በኢየሩሳሌም አስረው ለሮማውያን አሳልፈው ሰጥተውኛል። |
61,758 | am_tg | እነሱም ከመረመሩኝ በኋላ ለሞት የሚያበቃ ምንም ጥፋት ስላላገኙብኝ ሊፈቱኝ ፈልገው ነበር። | ንሳቶም መርሚሮም ናብ ሞት ዜብጽሕ ምኽንያት ምስ ሰኣኑለይ ከኣ፡ ኪፈትሑኒ ደልዮም ነይሮም። |
61,759 | tg_am | ንሳቶም መርሚሮም ናብ ሞት ዜብጽሕ ምኽንያት ምስ ሰኣኑለይ ከኣ፡ ኪፈትሑኒ ደልዮም ነይሮም። | እነሱም ከመረመሩኝ በኋላ ለሞት የሚያበቃ ምንም ጥፋት ስላላገኙብኝ ሊፈቱኝ ፈልገው ነበር። |
61,760 | am_tg | ሆኖም አይሁዳውያን ይህን በተቃወሙ ጊዜ ለቄሳር ይግባኝ ለማለት ተገደድኩ፤ ይህን ያደረግኩት ግን ሕዝቤን የምከስበት ነገር ኖሮኝ አይደለም። | ኣይሁድ ምስ ተቓወሙ ግና፡ ናብ ቄሳር ይግባይ ክብል ተገዲደ፣ ግናኸ፡ ንህዝበይሲ ዚኸስሰሉ ነገር ስለ ዘሎኒ ኣይኰነን። |
61,761 | tg_am | ኣይሁድ ምስ ተቓወሙ ግና፡ ናብ ቄሳር ይግባይ ክብል ተገዲደ፣ ግናኸ፡ ንህዝበይሲ ዚኸስሰሉ ነገር ስለ ዘሎኒ ኣይኰነን። | ሆኖም አይሁዳውያን ይህን በተቃወሙ ጊዜ ለቄሳር ይግባኝ ለማለት ተገደድኩ፤ ይህን ያደረግኩት ግን ሕዝቤን የምከስበት ነገር ኖሮኝ አይደለም። |
61,762 | am_tg | እናንተንም ለማየትና ለማነጋገር ጥያቄ ያቀረብኩት ለዚህ ነው፤ በዚህ ሰንሰለት የታሰርኩትም ለእስራኤል በተሰጠው ተስፋ ምክንያት ነው።” | እምበኣር፡ ብዛዕባ ተስፋ እስራኤል እየ በዚ ሰንሰለት እዚ ተኣሲረ ዘለኹ እሞ፡ በዚ ምኽንያት እዚ እየ ኽርእየኩምን ክዛረበኩምን ዝጸዋዕኩኹም” በሎም። |
61,763 | tg_am | እምበኣር፡ ብዛዕባ ተስፋ እስራኤል እየ በዚ ሰንሰለት እዚ ተኣሲረ ዘለኹ እሞ፡ በዚ ምኽንያት እዚ እየ ኽርእየኩምን ክዛረበኩምን ዝጸዋዕኩኹም” በሎም። | እናንተንም ለማየትና ለማነጋገር ጥያቄ ያቀረብኩት ለዚህ ነው፤ በዚህ ሰንሰለት የታሰርኩትም ለእስራኤል በተሰጠው ተስፋ ምክንያት ነው።” |
61,764 | am_tg | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ስለ አንተ የተጻፈ ከይሁዳ የመጣ ምንም ደብዳቤ አልደረሰንም፤ ከዚያ ከመጡት ወንድሞች መካከልም ስለ አንተ ክፉ ነገር የተናገረ ወይም ያወራ አንድም ሰው የለም። | ንሳቶም ከኣ፡ “ብዛዕባኻ ኻብ ይሁዳ ደብዳበ ኣይተቐበልናን፣ ካብቶም ካብኣ ዝመጹ ኣሕዋት እውን ብዛዕባኻ ኽፉእ ዘውረየ ወይ እተዛረበ የልቦን። |
61,765 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ብዛዕባኻ ኻብ ይሁዳ ደብዳበ ኣይተቐበልናን፣ ካብቶም ካብኣ ዝመጹ ኣሕዋት እውን ብዛዕባኻ ኽፉእ ዘውረየ ወይ እተዛረበ የልቦን። | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ስለ አንተ የተጻፈ ከይሁዳ የመጣ ምንም ደብዳቤ አልደረሰንም፤ ከዚያ ከመጡት ወንድሞች መካከልም ስለ አንተ ክፉ ነገር የተናገረ ወይም ያወራ አንድም ሰው የለም። |
61,766 | am_tg | ሆኖም ስለዚህ ኑፋቄ በየቦታው መጥፎ ነገር እንደሚወራ ስለምናውቅ የአንተን ሐሳብ ደግሞ መስማት ተገቢ ይመስለናል።” | ብዛዕባ እዛ ኑፋቐ እዚኣ ግና ኣብ ኵሉ ኸም ዚቃወምዋ ንፈልጥ ኢና እሞ፡ ሓሳባትካ ኻባኻ ኽንሰምዕ ግቡእ ይመስለና” በልዎ። |
61,767 | tg_am | ብዛዕባ እዛ ኑፋቐ እዚኣ ግና ኣብ ኵሉ ኸም ዚቃወምዋ ንፈልጥ ኢና እሞ፡ ሓሳባትካ ኻባኻ ኽንሰምዕ ግቡእ ይመስለና” በልዎ። | ሆኖም ስለዚህ ኑፋቄ በየቦታው መጥፎ ነገር እንደሚወራ ስለምናውቅ የአንተን ሐሳብ ደግሞ መስማት ተገቢ ይመስለናል።” |
61,768 | am_tg | በጉዳዩ ላይ ለመነጋገር ከእሱ ጋር ቀን ከወሰኑ በኋላ ብዙ ሆነው ወደ መኖሪያ ስፍራው መጡ። እሱም በኢየሱስ እንዲያምኑ ለማድረግ ከሙሴ ሕግና ከነቢያት እየጠቀሰ ከጠዋት ጀምሮ እስከ ማታ ድረስ ስለ አምላክ መንግሥት በሚገባ በመመሥከር ጉዳዩን አብራራላቸው። | መዓልቲ ምስ ተቛጸሩ፡ ብዙሓት ኰይኖም ናብታ ዝዓረፈላ ቤት መጹ። ካብ ንግሆ ኽሳዕ ምሸት ድማ፡ ካብ ሕጊ ሙሴን ካብ ነብያትን ብዛዕባ የሱስ ምእንቲ ኼእምኖም፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣጸቢቑ እናመስከረ ገለጸሎም። |
61,769 | tg_am | መዓልቲ ምስ ተቛጸሩ፡ ብዙሓት ኰይኖም ናብታ ዝዓረፈላ ቤት መጹ። ካብ ንግሆ ኽሳዕ ምሸት ድማ፡ ካብ ሕጊ ሙሴን ካብ ነብያትን ብዛዕባ የሱስ ምእንቲ ኼእምኖም፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣጸቢቑ እናመስከረ ገለጸሎም። | በጉዳዩ ላይ ለመነጋገር ከእሱ ጋር ቀን ከወሰኑ በኋላ ብዙ ሆነው ወደ መኖሪያ ስፍራው መጡ። እሱም በኢየሱስ እንዲያምኑ ለማድረግ ከሙሴ ሕግና ከነቢያት እየጠቀሰ ከጠዋት ጀምሮ እስከ ማታ ድረስ ስለ አምላክ መንግሥት በሚገባ በመመሥከር ጉዳዩን አብራራላቸው። |
61,770 | am_tg | አንዳንዶቹ የተናገረውን ነገር ሲያምኑ ሌሎቹ ግን አላመኑም። | ገሊኣቶም ነቲ ዝበሎ ኣመንዎ፣ ገሊኣቶም ግና ኣይኣመንዎን። |
61,771 | tg_am | ገሊኣቶም ነቲ ዝበሎ ኣመንዎ፣ ገሊኣቶም ግና ኣይኣመንዎን። | አንዳንዶቹ የተናገረውን ነገር ሲያምኑ ሌሎቹ ግን አላመኑም። |
61,772 | am_tg | እርስ በርስ ሊስማሙ ስላልቻሉም ለመሄድ ተነሱ፤ በዚህ ጊዜ ጳውሎስ የሚከተለውን የመጨረሻ ሐሳብ ተናገረ፦ “መንፈስ ቅዱስ በነቢዩ ኢሳይያስ በኩል ለአባቶቻችሁ እንዲህ ሲል የተናገረው ቃል ትክክል ነበር፦ | ንሓድሕዶም ምስምማዕ ስኢኖም ኪኸዱ ምስ ተበገሱ ኸኣ፡ ጳውሎስ እዚ ቓል እዚ ተዛረቦም፦ “መንፈስ ቅዱስ ብነብዪ ኢሳይያስ ኣቢሉ ንኣቦታትኩም ጽቡቕ እዩ ተዛሪብዎም፣ |
61,773 | tg_am | ንሓድሕዶም ምስምማዕ ስኢኖም ኪኸዱ ምስ ተበገሱ ኸኣ፡ ጳውሎስ እዚ ቓል እዚ ተዛረቦም፦ “መንፈስ ቅዱስ ብነብዪ ኢሳይያስ ኣቢሉ ንኣቦታትኩም ጽቡቕ እዩ ተዛሪብዎም፣ | እርስ በርስ ሊስማሙ ስላልቻሉም ለመሄድ ተነሱ፤ በዚህ ጊዜ ጳውሎስ የሚከተለውን የመጨረሻ ሐሳብ ተናገረ፦ “መንፈስ ቅዱስ በነቢዩ ኢሳይያስ በኩል ለአባቶቻችሁ እንዲህ ሲል የተናገረው ቃል ትክክል ነበር፦ |
61,774 | am_tg | ‘ወደዚህ ሕዝብ ሄደህ እንዲህ በላቸው፦ “መስማቱን ትሰማላችሁ፤ ግን በፍጹም አታስተውሉም፤ ማየቱን ታያላችሁ፤ ግን በፍጹም ልብ አትሉም። | ከምዚ ኢሉ፦ ‘ናብዚ ህዝቢ እዚ ኺድ እሞ፡ ከምዚ በሎም፦ “ብርግጽ ክትሰምዑ፡ ግናኸ ኸቶ ኣይክትርድኡን ኢኹም፣ ብርግጽ እውን ክትርእዩ፡ ግናኸ ኸቶ ኣይከተስተብህሉን ኢኹም። |
61,775 | tg_am | ከምዚ ኢሉ፦ ‘ናብዚ ህዝቢ እዚ ኺድ እሞ፡ ከምዚ በሎም፦ “ብርግጽ ክትሰምዑ፡ ግናኸ ኸቶ ኣይክትርድኡን ኢኹም፣ ብርግጽ እውን ክትርእዩ፡ ግናኸ ኸቶ ኣይከተስተብህሉን ኢኹም። | ‘ወደዚህ ሕዝብ ሄደህ እንዲህ በላቸው፦ “መስማቱን ትሰማላችሁ፤ ግን በፍጹም አታስተውሉም፤ ማየቱን ታያላችሁ፤ ግን በፍጹም ልብ አትሉም። |
61,776 | am_tg | ምክንያቱም በዓይናቸው አይተው፣ በጆሯቸው ሰምተው እንዲሁም በልባቸው አስተውለው ወደ እኔ እንዳይመለሱና እንዳልፈውሳቸው የዚህ ሕዝብ ልብ ደንድኗል፤ በጆሯቸው ሰምተው ምላሽ አልሰጡም፤ ዓይናቸውንም ጨፍነዋል።”’ | ከመይሲ፡ ልቢ እዚ ህዝቢ እዚ ደንዚዙ ኣሎ እሞ፡ ብኣዒንቶም ከይርእዩ፡ ብኣእዛኖም ከይሰምዑ፡ ብልቦም ከይርድኡ፡ ከይምለሱ፡ ኣነ እውን ከየሕውዮምሲ፡ ብኣእዛኖም ሰሚዖም ምላሽ ኣይሃቡን፡ ኣዒንቶም ከኣ ዓሚቶም እዮም።”’ |
61,777 | tg_am | ከመይሲ፡ ልቢ እዚ ህዝቢ እዚ ደንዚዙ ኣሎ እሞ፡ ብኣዒንቶም ከይርእዩ፡ ብኣእዛኖም ከይሰምዑ፡ ብልቦም ከይርድኡ፡ ከይምለሱ፡ ኣነ እውን ከየሕውዮምሲ፡ ብኣእዛኖም ሰሚዖም ምላሽ ኣይሃቡን፡ ኣዒንቶም ከኣ ዓሚቶም እዮም።”’ | ምክንያቱም በዓይናቸው አይተው፣ በጆሯቸው ሰምተው እንዲሁም በልባቸው አስተውለው ወደ እኔ እንዳይመለሱና እንዳልፈውሳቸው የዚህ ሕዝብ ልብ ደንድኗል፤ በጆሯቸው ሰምተው ምላሽ አልሰጡም፤ ዓይናቸውንም ጨፍነዋል።”’ |
61,778 | am_tg | ስለዚህ አምላክ ሰዎችን ስለሚያድንበት መንገድ የሚናገረው ይህ መልእክት ለአሕዛብ እንደተላከ እንድታውቁ እፈልጋለሁ፤ እነሱም በእርግጥ ይሰሙታል።” | እምበኣር፡ እዚ ኻብ ኣምላኽ ዝዀነ ድሕነት ናብ ኣህዛብ ከም እተላእከ ኣባኻትኩም ይፈለጥ፣ ንሳቶም ከኣ ኪሰምዕዎ እዮም።” |
61,779 | tg_am | እምበኣር፡ እዚ ኻብ ኣምላኽ ዝዀነ ድሕነት ናብ ኣህዛብ ከም እተላእከ ኣባኻትኩም ይፈለጥ፣ ንሳቶም ከኣ ኪሰምዕዎ እዮም።” | ስለዚህ አምላክ ሰዎችን ስለሚያድንበት መንገድ የሚናገረው ይህ መልእክት ለአሕዛብ እንደተላከ እንድታውቁ እፈልጋለሁ፤ እነሱም በእርግጥ ይሰሙታል።” |
61,780 | am_tg | ጳውሎስም በተከራየው ቤት ሁለት ዓመት ሙሉ ኖረ፤ ወደ እሱ የሚመጡትንም ሁሉ በደግነት ያስተናግዳቸው ነበር፤ | ኣብታ እተኻረያ ቤት ከኣ ክልተ ዓመት ምሉእ ተቐመጠ፣ ንዅሎም እቶም ናብኡ ዝመጹ እውን ብጽቡቕ ይቕበሎም ነበረ፣ |
61,781 | tg_am | ኣብታ እተኻረያ ቤት ከኣ ክልተ ዓመት ምሉእ ተቐመጠ፣ ንዅሎም እቶም ናብኡ ዝመጹ እውን ብጽቡቕ ይቕበሎም ነበረ፣ | ጳውሎስም በተከራየው ቤት ሁለት ዓመት ሙሉ ኖረ፤ ወደ እሱ የሚመጡትንም ሁሉ በደግነት ያስተናግዳቸው ነበር፤ |
61,782 | am_tg | ያለምንም እንቅፋት በታላቅ የመናገር ነፃነት ስለ አምላክ መንግሥት ይሰብክላቸው የነበረ ከመሆኑም በላይ ስለ ጌታ ኢየሱስ ክርስቶስ ያስተምራቸው ነበር። | ከይተኸልከለ ድማ ብብዙሕ ትብዓት መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብከሎምን ብዛዕባ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይምህሮምን ነበረ። |
61,783 | tg_am | ከይተኸልከለ ድማ ብብዙሕ ትብዓት መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብከሎምን ብዛዕባ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይምህሮምን ነበረ። | ያለምንም እንቅፋት በታላቅ የመናገር ነፃነት ስለ አምላክ መንግሥት ይሰብክላቸው የነበረ ከመሆኑም በላይ ስለ ጌታ ኢየሱስ ክርስቶስ ያስተምራቸው ነበር። |
61,784 | am_tg | “ወንድሞችና አባቶች፣ አሁን ለእናንተ የማቀርበውን የመከላከያ መልስ ስሙ።” | “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይን ኣቦታተይን፡ እዚ ሕጂ ዘቕርበልኩም መጐተ ስምዑ።” |
61,785 | tg_am | “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይን ኣቦታተይን፡ እዚ ሕጂ ዘቕርበልኩም መጐተ ስምዑ።” | “ወንድሞችና አባቶች፣ አሁን ለእናንተ የማቀርበውን የመከላከያ መልስ ስሙ።” |
61,786 | am_tg | እነሱም በዕብራይስጥ ቋንቋ ሲናገር በሰሙ ጊዜ ይበልጥ ጸጥ አሉ፤ እሱም እንዲህ አለ፦ | ንሳቶም ብቛንቋ እብራይስጢ ኺዛረቦም ምስ ሰምዕዎ፡ ብዝያዳ ጸጥ በሉ፣ ንሱ ኸኣ ከምዚ በለ፦ |
61,787 | tg_am | ንሳቶም ብቛንቋ እብራይስጢ ኺዛረቦም ምስ ሰምዕዎ፡ ብዝያዳ ጸጥ በሉ፣ ንሱ ኸኣ ከምዚ በለ፦ | እነሱም በዕብራይስጥ ቋንቋ ሲናገር በሰሙ ጊዜ ይበልጥ ጸጥ አሉ፤ እሱም እንዲህ አለ፦ |
61,788 | am_tg | “እኔ ኪልቅያ ውስጥ በምትገኘው በጠርሴስ የተወለድኩ አይሁዳዊ ነኝ፤ ሆኖም የተማርኩት በዚህችው ከተማ በገማልያል እግር ሥር ተቀምጬ ሲሆን የአባቶችን ሕግ በጥብቅ እንድከተል የሚያስችል ትምህርት ቀስሜአለሁ፤ ዛሬ እናንተ ሁላችሁ እንዲህ እንደምትቀኑ ሁሉ እኔም ለአምላክ እቀና ነበር። | “ኣነ ኣብ ጠርሴስ ናይ ቂልቅያ እተወለድኩ፡ ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ኸኣ ብሕጊ ኣቦታት ኣብ እግሪ ገማልኤል ብጥንቃቐ እናሰልጠንኩ እተመሃርኩ ኣይሁዳዊ እየ፣ ከምዚ ዅላትኩም ሎሚ ዘለኹምዎ ድማ፡ ንኣምላኽ ቀናእ ኰይነ። |
61,789 | tg_am | “ኣነ ኣብ ጠርሴስ ናይ ቂልቅያ እተወለድኩ፡ ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ኸኣ ብሕጊ ኣቦታት ኣብ እግሪ ገማልኤል ብጥንቃቐ እናሰልጠንኩ እተመሃርኩ ኣይሁዳዊ እየ፣ ከምዚ ዅላትኩም ሎሚ ዘለኹምዎ ድማ፡ ንኣምላኽ ቀናእ ኰይነ። | “እኔ ኪልቅያ ውስጥ በምትገኘው በጠርሴስ የተወለድኩ አይሁዳዊ ነኝ፤ ሆኖም የተማርኩት በዚህችው ከተማ በገማልያል እግር ሥር ተቀምጬ ሲሆን የአባቶችን ሕግ በጥብቅ እንድከተል የሚያስችል ትምህርት ቀስሜአለሁ፤ ዛሬ እናንተ ሁላችሁ እንዲህ እንደምትቀኑ ሁሉ እኔም ለአምላክ እቀና ነበር። |
61,790 | am_tg | ወንዶችንም ሆነ ሴቶችን በማሰርና ለወህኒ ቤት አሳልፌ በመስጠት የጌታን መንገድ የሚከተሉትን እስከ ሞት ድረስ ስደት አደርስባቸው ነበር፤ | ሰብኡትን ኣንስትን እናኣሰርኩን ናብ ቤት ማእስርቲ ኣሕሊፈ እናሃብኩን፡ ነዛ መገዲ እዚኣ ኽሳዕ ሞት ሰጒጐያ፣ |
61,791 | tg_am | ሰብኡትን ኣንስትን እናኣሰርኩን ናብ ቤት ማእስርቲ ኣሕሊፈ እናሃብኩን፡ ነዛ መገዲ እዚኣ ኽሳዕ ሞት ሰጒጐያ፣ | ወንዶችንም ሆነ ሴቶችን በማሰርና ለወህኒ ቤት አሳልፌ በመስጠት የጌታን መንገድ የሚከተሉትን እስከ ሞት ድረስ ስደት አደርስባቸው ነበር፤ |
61,792 | am_tg | ይህን በተመለከተም ሊቀ ካህናቱና መላው የሽማግሌዎች ጉባኤ ሊመሠክሩ ይችላሉ። ከእነሱም በደማስቆ ላሉ ወንድሞቻችን የተጻፈ ደብዳቤ ተቀብዬ በዚያ ያሉትን አስሬ ወደ ኢየሩሳሌም በማምጣት ለማስቀጣት በጉዞ ላይ ነበርኩ። | ብዛዕባ እዚ ሊቀ ኻህናትን ኵላቶም ዓበይትን ኪምስክሩለይ ይኽእሉ እዮም። ካባታቶም ናብቶም ኣብ ደማስቆ ዘለዉ ኣሕዋት ዚበጽሓ ደብዳበታት ተቐቢለ፡ ምእንቲ ኪቕጽዑ፡ ነቶም ኣብኡ ዘለዉ ኣሲረ ናብ የሩሳሌም ከምጽኦም እኸይድ ነይረ። |
61,793 | tg_am | ብዛዕባ እዚ ሊቀ ኻህናትን ኵላቶም ዓበይትን ኪምስክሩለይ ይኽእሉ እዮም። ካባታቶም ናብቶም ኣብ ደማስቆ ዘለዉ ኣሕዋት ዚበጽሓ ደብዳበታት ተቐቢለ፡ ምእንቲ ኪቕጽዑ፡ ነቶም ኣብኡ ዘለዉ ኣሲረ ናብ የሩሳሌም ከምጽኦም እኸይድ ነይረ። | ይህን በተመለከተም ሊቀ ካህናቱና መላው የሽማግሌዎች ጉባኤ ሊመሠክሩ ይችላሉ። ከእነሱም በደማስቆ ላሉ ወንድሞቻችን የተጻፈ ደብዳቤ ተቀብዬ በዚያ ያሉትን አስሬ ወደ ኢየሩሳሌም በማምጣት ለማስቀጣት በጉዞ ላይ ነበርኩ። |
61,794 | am_tg | “ሆኖም በጉዞ ላይ ሳለሁ ወደ ደማስቆ ስቃረብ፣ እኩለ ቀን ገደማ ላይ ድንገት ከሰማይ የመጣ ኃይለኛ ብርሃን በዙሪያዬ አንጸባረቀ፤ | “ክኸይድ ከለኹ፡ ናብ ደማስቆ ኸኣ ምስ ቀረብኩ ግና፡ ኣጋ ቐትሪ ኣቢሉ ብሃንደበት ካብ ሰማይ ዓብዪ ብርሃን ኣብ ዙርያይ በሪሁ፣ |
61,795 | tg_am | “ክኸይድ ከለኹ፡ ናብ ደማስቆ ኸኣ ምስ ቀረብኩ ግና፡ ኣጋ ቐትሪ ኣቢሉ ብሃንደበት ካብ ሰማይ ዓብዪ ብርሃን ኣብ ዙርያይ በሪሁ፣ | “ሆኖም በጉዞ ላይ ሳለሁ ወደ ደማስቆ ስቃረብ፣ እኩለ ቀን ገደማ ላይ ድንገት ከሰማይ የመጣ ኃይለኛ ብርሃን በዙሪያዬ አንጸባረቀ፤ |
61,796 | am_tg | እኔም መሬት ላይ ወደቅኩ፤ ከዚያም ‘ሳኦል፣ ሳኦል ለምን ታሳድደኛለህ?’ የሚል ድምፅ ሰማሁ። | ናብ ምድሪ ድማ ወዲቐ፡ ‘ሳውል፡ ሳውል፡ ስለምንታይ ትሰጕጐኒ ኣለኻ፧’ ዚብል ድምጺ እውን ሰሚዐ። |
61,797 | tg_am | ናብ ምድሪ ድማ ወዲቐ፡ ‘ሳውል፡ ሳውል፡ ስለምንታይ ትሰጕጐኒ ኣለኻ፧’ ዚብል ድምጺ እውን ሰሚዐ። | እኔም መሬት ላይ ወደቅኩ፤ ከዚያም ‘ሳኦል፣ ሳኦል ለምን ታሳድደኛለህ?’ የሚል ድምፅ ሰማሁ። |
61,798 | am_tg | እኔም መልሼ ‘ጌታዬ፣ አንተ ማን ነህ?’ አልኩት። እሱም ‘እኔ አንተ የምታሳድደኝ የናዝሬቱ ኢየሱስ ነኝ’ አለኝ። | ኣነ ኸኣ፡ ‘ጐይታይ፡ መን ኢኻ፧’ ኢለ መሊሰ። ንሱ ድማ፡ ‘እቲ ንስኻ እትሰጕጎ ዘለኻ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ እየ’ ኢሉኒ። |
61,799 | tg_am | ኣነ ኸኣ፡ ‘ጐይታይ፡ መን ኢኻ፧’ ኢለ መሊሰ። ንሱ ድማ፡ ‘እቲ ንስኻ እትሰጕጎ ዘለኻ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ እየ’ ኢሉኒ። | እኔም መልሼ ‘ጌታዬ፣ አንተ ማን ነህ?’ አልኩት። እሱም ‘እኔ አንተ የምታሳድደኝ የናዝሬቱ ኢየሱስ ነኝ’ አለኝ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.