Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,900
am_tg
ለጣዖት ኹተሠዉ ነገሮቜ፣ ኚደም፣ ታንቆ ኹሞተ እንስሳ ሥጋና ኚፆታ ብልግና ራቁ። ኚእነዚህ ነገሮቜ ሙሉ በሙሉ ኚራቃቜሁ መልካም ይሆንላቜኋል። ጀና ይስጣቜሁ!”
ንጣኊታት ካብ እተሰውአን ካብ ደምን ካብ ሕኑቕን ካብ ምንዝርናን ርሓቑ። ርእስኹም ካብዚ እንተ ሓሊኹም፡ ጜቡቕ ክትሚኜቡ ኢኹም። ደሓን ኩኑ።”
61,901
tg_am

61,902
am_tg
ዚተላኩትም ሰዎቜ ኚተሰናበቱ በኋላ ወደ አንጟኪያ ወሚዱፀ እዚያ ዚሚገኙትንም ደቀ መዛሙርት በአንድነት ሰብስበው ደብዳቀውን ሰጧ቞ው።
ንሳቶም ምስ ተፋነዉ፡ ናብ ኣንጟክያ ወሚዱ፣ ንዅሎም ኣኪቊም ኚኣ፡ ነታ ደብዳበ ሃብዎም።
61,903

61,904
am_tg
እነሱም ካነበቡት በኋላ ባገኙት ማበሚታቻ እጅግ ተደሰቱ።
ምስ ኣንበብዋ ድማ፡ በቲ መተባብዒ ተሓጐሱ።
61,905
tg_am
ምስ ኣንበብዋ ድማ፡ በቲ መተባብዒ ተሓጐሱ።
እነሱም ካነበቡት በኋላ ባገኙት ማበሚታቻ እጅግ ተደሰቱ።
61,906
am_tg
ይሁዳና ሲላስም ራሳ቞ው ነቢያት ስለነበሩ ብዙ ቃል በመናገር ወንድሞቜን አበሚታቷ቞ውፀ እንዲሁም አጠናኚሯ቞ው።
ይሁዳን ሲላስን ኚኣ፡ ንሳቶም እውን ነብያት ነበሩ እሞ፡ ብብዙሕ መደሚታት ኣተባብዕዎምን ኣበራትዕዎምን።
61,907

61,908
am_tg
በዚያም ዹተወሰነ ጊዜ ኚቆዩ በኋላ ወደላኳ቞ው ሰዎቜ እንዲመለሱ ወንድሞቜ በሰላም አሰናበቷ቞ው።
እተወሰነ እዋን ምስ ጞንሑ፡ ካብ ኣሕዋት ብሰላም ተፋንዮም ናብቶም ዝለኣኜዎም ተመልሱ።
61,909

61,910
am_tg
ይሁን እንጂ ጳውሎስና በርናባስ እያስተማሩና ኚሌሎቜ ብዙ ሰዎቜ ጋር ሆነው ምሥራቹን ይኾውም ዹይሖዋን ቃል እዚሰበኩ በአንጟኪያ ቆዩ።
ጳውሎስን በርናባስን ግና እናመሃሩን ምስ ብዙሓት ካልኊት ኰይኖም ቃል ዹሆዋ እናኣበሰሩን ጞንሑ።
61,911

61,912
am_tg
ኹተወሰኑ ቀናት በኋላ ጳውሎስ በርናባስን “ዹይሖዋን ቃል ባወጅንባ቞ው ኚተሞቜ ሁሉ ያሉት ወንድሞቜ በምን ሁኔታ ላይ እንደሚገኙ ለማወቅ ተመልሰን እንጠይቃ቞ው” አለው።
ድሕሪ ገለ መዓልትታት ጳውሎስ ንበርናባስ፡ “ሕጂ ንዓ ንመለስ እሞ እቶም ኣብተን ቃል ዹሆዋ ዝሰበኜናለን ዘበላ ኞተማታት ዘለዉ ኣሕዋት ኹመይ ኹም ዘለዉ ምእንቲ ኜንርኢ፡ ንብጜሓዮም” በሎ።
61,913

61,914
am_tg
በርናባስ፣ ማርቆስ ተብሎ ዚሚጠራው ዮሐንስ አብሯ቞ው እንዲሄድ ወስኖ ነበር።
ሜዑ፡ በርናባስ ነቲ ማርቆስ ዚብሃል ዮሃንስ ኪማልእዎ ቘሚጞ።
61,915

61,916
am_tg
ጳውሎስ ግን ማርቆስ በጵንፍልያ ተለይቷ቞ው ስለነበሚና ያኚናውኑት ወደነበሹው ሥራ ኚእነሱ ጋር ስላልሄደ አሁን አብሯ቞ው እንዲሄድ አልፈለገም።
ጳውሎስ ግና ነዚ ኻባታቶም ኣብ ጰምፊልያ እተፈልዚን ምሳታቶም ናብቲ ዕዮ ዘይኚደን፡ ኪማልእዎ ግቡእ ኣይመሰሎን።
61,917

61,918
am_tg
በዚህ ምክንያት በመካኚላ቞ው ኃይለኛ ጭቅጭቅ ስለተፈጠሚ ተለያዩፀ ስለዚህ በርናባስ ማርቆስን ይዞ በመርኚብ ወደ ቆጵሮስ ሄደ።
ሜዑ፡ ንሓድሕዶም ክሳዕ ዚፈላለዩ፡ ኣብ መንጎኩም ቈዹቛ ዀነ፣ በርናባስ ኚኣ ንማርቆስ ተማሊኡ ናብ ቆጵሮስ ብመርኚብ ኚደ።
61,919

61,920
am_tg
ጳውሎስ ደግሞ ሲላስን መሚጠፀ ወንድሞቜም ለይሖዋ ጾጋ በአደራ ኚሰጡት በኋላ ኚዚያ ተነስቶ ሄደ።
ጳውሎስ ግና ንሲላስ ሓሚዚ፣ እቶም ኣሕዋት ንጾጋ ዹሆዋ ምስ ኣማዕቈብዎ ድማ ነቐለ።
61,921

61,922
am_tg
ጉባኀዎቜንም እያበሚታታ በሶርያና በኪልቅያ በኩል አለፈ።
ነተን ጉባኀታት እናኣበራትዐ እውን፡ ብሶርያን ብቂልቅያን ሓለፈ።
61,923

61,924
am_tg
ጎጥሮስና ዮሐንስ ለሕዝቡ እዚተናገሩ ሳሉ ካህናቱ፣ ዚቀተ መቅደሱ ሹምና ሰዱቃውያን ድንገት ወደ እነሱ መጡ።
እቶም ክልተ ንህዝቢ ኺዛሚቡ ኞለዉ፡ ካህናትን ሓለቓ ቀተ መቕደስን ሰዱቃውያንን መጜዎም።
61,925

61,926
am_tg
እነሱም ሐዋርያቱ ሕዝቡን እያስተማሩና ኢዚሱስ ኚሞት እንደተነሳ በግልጜ እዚተናገሩ ስለነበር እጅግ ተቆጡ።
ንህዝቢ ይምህሩን ዚሱስ ካብ ምዉታት ምትንሳኡ ዚፍልጡን ስለ ዝነበሩ ኞኣ፡ ሓሚቑ።
61,927

61,928
am_tg
በመሆኑም ያዟ቞ውፀ መሜቶም ስለነበር እስኚ ማግስቱ ድሚስ እስር ቀት አቆዩአ቞ው።
ኣእዳዎም ዘርጊሖም ድማ ሓዝዎም፣ መስዩ ነበሹ እሞ፡ ክሳዕ ንጜብሒቱ ናብ ቀት ማእሰርቲ ኣእተውዎም።
61,929

61,930
am_tg
ይሁን እንጂ ንግግሩን ሰምተው ኚነበሩት መካኚል ብዙዎቹ አመኑፀ ዚወንዶቹም ቁጥር 5,000 ገደማ ሆነ።
ካብቶም ነቲ ዘሚባ ዝሰምዕዎ ብዙሓት ግና ኣመኑ፣ ቍጜሪ እቶም ሰብኡት ድማ ኣስታት 5,000 ኰነ።
61,931

61,932
am_tg
በማግስቱም ዚሕዝቡ ገዢዎቜ፣ ሜማግሌዎቜና ጞሐፍት በኢዚሩሳሌም ተሰበሰቡፀ
ንጜብሒቱ፡ ኣሕሉቖምን ዓበይቶምን ጞሓፍቶምን ኣብ ዚሩሳሌም ተኣኚቡ፣
61,933

61,934
am_tg
ዚካህናት አለቃው ሐና፣ ቀያፋ፣ ዮሐንስ፣ እስክንድርና ዚካህናት አለቃው ዘመዶቜም ሁሉ ኚእነሱ ጋር ነበሩ።
ምሳታቶም እውን ሃና እቲ ሊቀ ኻህናትን ቀያፋን ዮሃንስን እስክንድሮስን ቀተ ሰብ ሊቀ ኻህናት ዘበሉን ነበሩ።
61,935

61,936
am_tg
ጎጥሮስንና ዮሐንስን በመካኚላ቞ው አቁመው “ይህን ያደሚጋቜሁት በምን ሥልጣን ወይም በማን ስም ነው?” ብለው ጠዚቋ቞ው።
ንጎጥሮስን ንዮሃንስን ኣብ ማእኚል ደው ኣቢሎም ድማ፡ “በዹናይ ሓይሊ ወይስ ብስም መን ኢኹም እዚ ዝገበርኩም፧” ኢሎም ሓተትዎም።
61,937

61,938
am_tg
በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ በመንፈስ ቅዱስ ተሞልቶ እንዲህ አላቾው፩ “እናንተ ዚሕዝቡ ገዢዎቜና ሜማግሌዎቜ፣
ሜዑ፡ ጎጥሮስ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ ኾምዚ በሎም፩ “ኣቱም ኣሕሉቕ ህዝብን ዓበይትን፡
61,939

61,940
am_tg
ዛሬ በእኛ ላይ ምርመራ እዚተካሄደ ያለው ለአንድ ሜባ ሰው በተደሹገ መልካም ሥራ ዚተነሳ ኹሆነና ይህን ሰው ያዳነው ማን እንደሆነ ማወቅ ዚምትፈልጉ ኚሆነ፣
ሎሚ ንሕና ብዛዕባ እቲ ንሓደ ስንኩል ሰብ እተገብሚሉ ጜቡቕ ግብሪ ኻብ እንምርመር፡ ንዕኡ መን ኹም ዘሕወዮ ኞኣ ክትፈልጡ ኻብ ደለኹም፡
61,941

61,942
am_tg
ይህ ሰው ጀናማ ሆኖ እዚህ ፊታቜሁ ዚቆመው፣ እናንተ በእንጚት ላይ በሰቀላቜሁት ሆኖም አምላክ ኚሞት ባስነሳው በናዝሬቱ ኢዚሱስ ክርስቶስ ስም፣ ይኾውም በኢዚሱስ አማካኝነት እንደሆነ እናንተም ሆናቜሁ መላው ዚእስራኀል ሕዝብ ይወቅ።
ብስም እቲ ንስኻትኩም ዝሰቐልኩምዎ፡ ኣምላኜ ግና ኻብ ምዉታት ዘተንስኊ ዚሱስ ክርስቶስ እቲ ናዝሬታዊ፡ ብእኡ እዚ ኣብ ቅድሜኹም ጥዕዩ ደው ኢሉ ኾም ዘሎ፡ ኣብ ኵላትኩምን ኣብ ኵሉ ህዝቢ እስራኀልን ይፈለጥ።
61,943

61,944
am_tg
‘እናንተ ግንበኞቜ ዚናቃቜሁት፣ ዹማዕዘን ራስ ዹሆነው ድንጋይ’ እሱ ነው።
‘እቲ ንስኻትኩም ነደቕቲ ኾም ገለ እኳ ዘይቈጞርኩምዎ እሞ ርእሲ እምኒ መኣዝን ዝዀነ እምኒ፡’ ንሱ እዩ።
61,945

61,946
am_tg
ደግሞም መዳን በሌላ በማንም አይገኝምፀ ምክንያቱም ልንድንበት ዚምንቜል ኹሰማይ በታቜ ለሰዎቜ ዹተሰጠ ሌላ ስም ዚለም።”
ብእኡ ኜንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ድሕነት ብኻልእ ዚልቊን።”
61,947

61,948
am_tg
ሰዎቹ ጎጥሮስና ዮሐንስ በድፍሚት ሲናገሩ ባዩአ቞ው ጊዜ ያልተማሩና ተራ ሰዎቜ መሆናቾውን ተሚድተው ተደነቁ። ኚኢዚሱስ ጋር እንደነበሩም ተገነዘቡ።
ትብዓት ጎጥሮስን ዮሃንስን ምስ ሚኣዩ፡ ዘይተማህሩ ተራ ሰባት ምዃኖም ኚኣ ምስ ተገንዘቡ፡ ገሚሞም። ምስ ዚሱስ ኹም ዝነበሩ ድማ ኣለለይዎም።
61,949

61,950
am_tg
ዹተፈወሰውንም ሰው ኚእነሱ ጋር ቆሞ ሲያዩት ምንም መልስ መስጠት አልቻሉም።
እቲ ዝሓወዹ ሰብ ምሳታቶም ደው ኢሉ ይርእይዎ ብምንባሮም፡ ዚምልስዎ ኣይነበሮምን።
61,951

61,952
am_tg
ስለዚህ ኚሳንሄድሪን ሾንጎ አዳራሜ እንዲወጡ አዘዟ቞ውፀ ኚዚያም እርስ በርሳ቞ው ይማኚሩ ጀመርፀ
ስለዚ፡ ካብቲ ዋዕላ ኺወጹ ኣዘዝዎም እሞ፡ ንሓድሕዶም ኹምዚ እናበሉ ተማኞሩፊ
61,953

61,954
am_tg
እንዲህም ተባባሉፊ “እነዚህን ሰዎቜ ምን ብናደርጋ቞ው ይሻላል? ምክንያቱም በኢዚሩሳሌም ነዋሪዎቜ ሁሉ ዘንድ ዚታወቀ አስደናቂ ነገር እንደፈጞሙ ዚማይታበል ሐቅ ነውፀ ይህን ደግሞ ልንክድ አንቜልም።
“ኣሉ ኜንብላ ዘይንኜእል፡ ኣብ ኵሎም ነበርቲ ዚሩሳሌም እተጋህደት ፍልጥቲ ትእምርቲ ብኣታቶም ተገይራ እያ እሞ፡ ነዞም ሰባት እዚኊም እንታይ ንግበሮም፧
61,955

61,956
am_tg
ይሁንና ይህ ነገር በሕዝቡ መካኚል ይበልጥ እንዳይስፋፋ ኹዚህ በኋላ በዚህ ስም ለማንም ሰው እንዳይናገሩ በማሳሰብ እናስፈራራ቞ው።”
ኣብ ህዝቢ ኣዝዩ ምእንቲ ኾይውሹ ግና፡ በዚ ስም እዚ ንሓደ ሰብ እኳ ኞይዛሚቡ ነፈራርሃዮም።”
61,957

61,958
am_tg
ኚዚያም ጠርተዋቾው በኢዚሱስ ስም ፈጜሞ እንዳይናገሩ ወይም እንዳያስተምሩ አዘዟ቞ው።
ጾዊዖም ድማ፡ ብስም ዚሱስ ንሓደ እኳ ኞይዛሚቡ ወይ ኚይምህሩ ኣዘዝዎም።
61,959

61,960
am_tg
ጎጥሮስና ዮሐንስ ግን መልሰው እንዲህ አሏቾው፩ “አምላክን ኚመስማት ይልቅ እናንተን መስማት በአምላክ ፊት ተገቢ እንደሆነና እንዳልሆነ እስቲ እናንተው ፍሚዱ።
ጎጥሮስን ዮሃንስን ግና፡ “ካብ ንኣምላኜ፡ ንዓኻትኩም ምስማዕ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ቅኑዕ እንተ ዀይኑ፡ ባዕላትኩም ፍሚዱ።
61,961

61,962
am_tg
እኛ ግን ስላዚነውና ስለሰማነው ነገር ኹመናገር ወደኋላ ማለት አንቜልም።”
ንሕና ግና፡ ብዛዕባ እቲ ዝሚኣናዮን ዝሰማዕናዮን ምዝራብ ክንሓድግ ኣይንኜእልን ኢና” ኢሎም መለሱሎም።
61,963

61,964
am_tg
በመሆኑም እንደገና ካስፈራሯ቞ው በኋላ ለቀቋ቞ውፀ ይህን ያደሚጉት እነሱን ለመቅጣት ዚሚያስቜል ምንም ተጚባጭ ነገር ስላላገኙና ሕዝቡን ስለፈሩ ነውፀ ምክንያቱም ሕዝቡ ሁሉ በተፈጾመው ሁኔታ አምላክን እያኚበሚ ነበር።
ንሳቶም ኚኣ ዜቕጜዕ ምኜንያት ስለ ዝሰኣኑ፡ ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ በቲ ዝዀነ ንኣምላኜ ዚሞግስዎ ብምንባሮም ስሊኊም ኢሎም፡ መሊሶም ኣፈራሪሆም ፈትሕዎም።
61,965

61,966
am_tg
በዚህ ተአምር ዹተፈወሰውም ሰው ዕድሜው ኹ40 ዓመት በላይ ነበር።
ኚመይሲ፡ እቲ ተኣምር ምሕዋይ እተገብሚሉ ሰብ፡ ዕድሚኡ ልዕሊ 40 ዓመት ነበሚ።
61,967

61,968
am_tg
ኹተለቀቁ በኋላ ወደ ወንድሞቻ቞ው ሄደው ዚካህናት አለቆቹና ሜማግሌዎቹ ያሏ቞ውን ሁሉ ነገሯ቞ው።
ምስ ተፈትሑ ኞኣ፡ ናብ ሰቩም ኚይዶም፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን እንታይ ኹም ዝበልዎም ነገርዎም።
61,969

61,970
am_tg
እነሱም ይህን በሰሙ ጊዜ በአንድ ልብ ሆነው ድምፃ቞ውን ኹፍ በማድሚግ እንዲህ ሲሉ ወደ አምላክ ጞለዩፊ “ሉዓላዊው ጌታ ሆይ፣ ሰማይን፣ ምድርን፣ ባሕርንና በውስጣ቞ው ያሉትን ነገሮቜ ሁሉ ዹፈጠርክ አንተ ነህፀ
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብሓደ ሰሚሮም ድምጟም ናብ ኣምላኜ ኣልዒሎም ኹምዚ በሉ፩ “ኩ ልዑላዊ ጐይታ፡ ሰማይን ምድርን ባሕርን ኣብኡ ዘሎ ዅሉን ዝገበርካ ንስኻ ኢኻ፣
61,971

61,972
am_tg
በመንፈስ ቅዱስ አማካኝነት በአገልጋይህ በአባታቜን በዳዊት አፍ እንዲህ ብለሃልፊ ‘ብሔራት ለምን ታወኩ? ሕዝቊቜስ ለምን ኚንቱ ነገር ያውጠነጥናሉ?
ብመንፈስ ቅዱስ፡ ብኣፍ ኣቊና ዳዊት ጊልያኻ ኾምዚ ዝበልካ እውን ንስኻ ኢኻፊ ‘ስለምንታይ ኣህዛብ ተናዊጟም፡ ህዝብታትሲ ኞንቱ ሓሲቊም፧
61,973

61,974
am_tg
ዚምድር ነገሥታት ተሰለፉፀ ገዢዎቜም በአንድነት ተሰብስበው በይሖዋና እሱ በቀባው ላይ ተነሱ።’
ንዹሆዋን ንቕቡኡን ኪጻሚሩስ፡ ነገስታት ምድሪ ቘይሞም፡ ኣሕሉቕ ኚኣ ብሓደ ተኣኪቊም።’
61,975

61,976
am_tg
በእርግጥም ሄሮድስና ጳንጥዮስ ጲላጊስ ኚአሕዛብና ኚእስራኀል ሕዝብ ጋር በዚህቜ ኹተማ ተሰብስበው አንተ በቀባኞው በቅዱስ አገልጋይህ በኢዚሱስ ላይ ተነሱፀ
ብሓቂ ሄሮድስን ጶንጥዮስ ጲላጊስን ምስ ኣህዛብን ምስ ህዝቢ እስራኀልን ኰይኖም፡ ኣብዛ ኾተማ እዚኣ ነቲ ዝቐባእካዮ ቕዱስ ጊልያኻ ዚሱስ ንምጜራር ተኣኪቊም እዮም፣
61,977

61,978
am_tg
ይህም ዹሆነው እጅህና ፈቃድህ አስቀድመው ዚወሰኑት እንዲፈጞም ነው።
እዚ ድማ፡ እቲ ኢድካን ምኜርኻን ኣቐዲሙ ዝመደቩ ምእንቲ ኪኞውን እዩ።
61,979

61,980
am_tg
አሁንም ይሖዋ ሆይ፣ ዛቻ቞ውን ተመልኚትፀ ባሪያዎቜህም ቃልህን በፍጹም ድፍሚት መናገራ቞ውን እንዲቀጥሉ እርዳ቞ውፀ
ሕጂ ኞኣ፡ ኩ ዚሆዋ፡ ናብ ምፍርራሆም ቈላሕታኻ ግበር፣ ንባሮትካ እውን ብዅሉ ትብዓት ቃልካ ኺዛሚቡ ፍቐደሎም፣
61,981

61,982
am_tg
ለመፈወስም ዹዘሹጋኾውን እጅህን አትጠፍፀ በቅዱስ አገልጋይህ በኢዚሱስ ስም ተአምራዊ ምልክቶቜና ድንቅ ነገሮቜ ማድሚግህንም ቀጥል።”
ንምሕዋይ ኚኣ ኢድካ ዘርግሕ፣ ብስም እቲ ቕዱስ ጊልያኻ ዚሱስ እውን ትእምርትታትን ተኣምራትን ግበር።”
61,983

61,984
am_tg
ምልጃ ካቀሚቡም በኋላ ተሰብስበውበት ዹነበሹው ቊታ ተናወጠፀ ሁሉም በመንፈስ ቅዱስ ተሞልተው ዹአምላክን ቃል በድፍሚት መናገር ጀመሩ።
ምስ ተማህለሉ ኞኣ፡ እታ ተኣኪቊምላ ዝነበሩ ቊታ ተናወጞት፣ ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ፡ ቃል ኣምላኜ እውን ብትብዓት ይዛሚቡ ነበሩ።
61,985

61,986
am_tg
በተጚማሪም ኹፍተኛ ቁጥር ዚነበራ቞ው ያመኑት ሰዎቜ አንድ ልብና ነፍስ ነበራ቞ውፀ አንዳ቞ውም ቢሆኑ ያላ቞ው ማንኛውም ንብሚት ዹግላቾው እንደሆነ አድርገው አይቆጥሩም ነበርፀ ኹዚህ ይልቅ ያላ቞ው ነገር ሁሉ ዚጋራ ነበር።
ኵሎም እቶም ዝኣመኑ ድማ ሓንቲ ልብን ሓንቲ ነፍስን ነበሩ፣ ሓደ እኳ ንገንዘቡ ናተይ ኣይብልን ነበሚ፣ ዚግዳስ፡ ኵሉ ናይ ሓባር ነበሚ።
61,987

61,988
am_tg
ደግሞም ሐዋርያቱ ስለ ጌታ ኢዚሱስ ትንሣኀ በታላቅ ኃይል መመሥኚራ቞ውን ቀጠሉፀ ሁሉም ዹአምላክን ታላቅ ጾጋ አግኝተው ነበር።
ሃዋርያት ኚኣ ብዛዕባ ትንሳኀ ጐይታና ዚሱስ ብዓብዪ ሓይሊ ይምስክሩ ነበሩ፣ ኣብ ኵላቶም ድማ ዓብዪ ጾጋ ነበሚ።
61,989

61,990
am_tg
ኚመካኚላ቞ውም አንድም ቜግሚኛ አልነበሚምፀ ምክንያቱም መሬት ወይም ቀት ዚነበራ቞ው ሁሉ እዚሞጡ ገንዘቡን በማምጣት
ሓደ ሜጉር እኳ ኣይነበሮምን፣ ኚመይሲ፡ ኵሎም እቶም መሬት ወይ ኣባይቲ ዝነበሮም፡ ንዕኡ ሞይጊም፡ ንዋጋ እቲ እተሞጠ ዚምጜእዎ ነበሩ፣
61,991

61,992
am_tg
ለሐዋርያት ያስሚክቡ ነበር። ኚዚያም ለእያንዳንዱ ሰው በሚያስፈልገው መጠን ይኹፋፈል ነበር።
ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኚኣ ዚንብርዎ ነበሩ። እዚ ድማ፡ ንነፍሲ ወኹፍ ኹኹም ዜድልዮ ይዕደል ነበሚ።
61,993

61,994
am_tg
ዚቆጵሮስ ተወላጅ ዹሆነ ዮሎፍ ዚሚባል አንድ ሌዋዊ ነበርፀ ሐዋርያት በርናባስ ብለውም ይጠሩት ዹነበሹ ሲሆን ትርጉሙም “ዚመጜናናት ልጅ” ማለት ነውፀ
እቲ ብሃዋርያት በርናባስ እተባህለ፡ (ማለት፡ “ወዲ ምጜንናዕ” ዝትርጉሙ) ዮሎፍ ዝስሙ ሌዋዊ ብዓል ቆጵሮስ ኚኣ፡
61,995

61,996
am_tg
እሱም መሬት ስለነበሚው መሬቱን ሾጩ ገንዘቡን በማምጣት ለሐዋርያት አስሚኚበ።
መሬቱ ሞይጡ፡ ነቲ ገንዘብ ኣምጺኡ፡ ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኣንበሮ።
61,997

61,998
am_tg
ሁኚቱ ሲበርድ ጳውሎስ ደቀ መዛሙርቱን አስጠራ቞ውፀ ካበሚታታ቞ውና ኚተሰናበታ቞ው በኋላ ወደ መቄዶንያ ጉዞ ጀመሚ።
እቲ ናዕቢ ምስ ሃድአ፡ ጳውሎስ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ልኢኹ ጞውዖም፣ ምስ ኣተባብዖምን ምስ ተሰናበቶምን ኚኣ፡ ናብ መቄዶንያ ነቐለ።
61,999