Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
400
am_tg
እነዚህ ወጣቶቜ በአምላክ ኃይል ላይ እምነት ስለነበራ቞ው ዚአንበሶቜን አፍ ዘግተዋል እንዲሁም ዚእሳትን ኃይል አጥፍተዋል ሊባልላ቞ው ቜሏል።
ዚግዳስ፡ ኣብ ሓይሊ ኣምላኜ ዝነበሚቶም እምነት፡ ኣፍ ኣናብስ ኪዓጜዉን ንሓይሊ ሓዊ ኌጥፍኡን ኣኜኢላቶም እያ።
401
tg_am

402
am_tg
እንደ ሚካያህ እና ኀርምያስ ያሉት ነቢያት መዘባበቻ በመሆንና ወህኒ ቀት በመጣል ፈተና ቢደርስባ቞ውም እምነት ስለነበራ቞ው ተቋቁመውታል።
ኹም ሚክያስን ኀርምያስን ዝኣመሰሉ ነብያት ብምኜንያት እምነቶም፡ ብላግጜን ብማእሰርትን ተፈቲኖም እዮም።
403

404
am_tg
እንደ ኀልያስ ያሉ ሌሎቜ ደግሞ በዚበሚሃው፣ በዚተራራው፣ በዚዋሻውና በምድር ውስጥ ባሉ ጉድጓዶቜ ተቅበዝብዘዋል።
ኹም ኀልያስ ዝኣመሰሉ ኻልኊት ድማ፡ ኣብ በሚኻታትን ኣብ ኣኜራንን ኣብ በዓትታትን ኣብ ጐዳጕዲ ምድርን ኰለል ኢሎም እዮም።
405

406
am_tg
ሁሉም መጜናት ዚቻሉት ተስፋ ዚተደሚጉትን ነገሮቜ በእርግጠኝነት ይጠብቁ ስለነበር ነው።
ኵሎም፡ ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጜ ትጜቢት ስለ ዝነበሮም፡ ተጻዊሮም እዮም።
407

408
am_tg
ዹውጭ አገር ሰዎቜ ወደ መንግሥት አዳራሻቜን መጀመሪያ ሲመጡ ሞቅ አድርገን በመቀበል ደግነት ልናሳያ቞ው እንቜላለን።
ካብ ካልእ ዓዲ ንዝመጹ ሓደስቲ ኣብ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ሓንጐፋይ ኢልና ብምቕባል፡ ክንልውሃሎም ንኜእል ኢና።
409

410
am_tg
እኛ ወደምንኖርበት አገር በቅርቡ ዚመጡ ዹሌላ አገር ሰዎቜ አንዳንድ ጊዜ ዓይናፋርነት እንደሚታይባ቞ውና ኚሌሎቜ ጋር መቀላቀል እንደሚኚብዳ቞ው አስተውለን ይሆናል።
ኣብ ዓዲ ስደት ዚነብሩ ሓደስቲ ሰባት፡ ሓፋራትን ምስ ሰብ ዘይሕወሱን ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
411

412
am_tg
በአስተዳደጋ቞ው ወይም በማኅበሚሰቡ ውስጥ ባላ቞ው ቊታ ዚተነሳ ሌላ ዘር ወይም ዜግነት ካላ቞ው ሰዎቜ እንደሚያንሱ ሊሰማቾው ይቜላል።
ብሰንኪ ኣተዓባብያኊም ወይ ማሕበራዊ ደሚጃኊም፡ ካብቶም ካልኊት ዓሌት ወይ ህዝቢ እተፈልዩ ዀይኑ ኺስምዖም ይኜእል እዩ።
413

414
am_tg
በመሆኑም ቅድሚያውን ወስደን ሞቅ አድርገን ልንቀበላቾውና ልባዊ አሳቢነት ልናሳያ቞ው ይገባል።
ስለዚ፡ ብተበግሶና ፍቕርን ተገዳስነትን ኚነርእዮም ኣሎና።
415

416
am_tg
JW Language ጄ ደብልዩ ላንግዌጅ ዚተባለው አፕሊኬሜን በቋንቋህ ዹሚገኝ ኹሆነ ኹሌላ አገር ለመጡ ሰዎቜ በአፍ መፍቻ ቋንቋቾው ሰላምታ ለመስጠት ይሚዳሃል።
ኣፕሊኬሜን JW Language ብእትርድኊ ቛንቋ ዚርኚብ እንተ ዀይኑ ኞኣ፡ ንሓደስቲ ብቛንቋኊም ኹመይ ጌርካ ሰላም ኹም እትብሎም ክትምሃር ትኜእል ኢኻ።
417

418
am_tg
ኹአንተ ዹተለዹ ባሕል ካላ቞ው ሰዎቜ ጋር መጚዋወት ይኚብድህ ይሆናል።
ካብ ካልእ ባህሊ ንዝዀኑ ሰባት ምቕራብ ይኞብደካ ይኞውን።
419

420
am_tg
እንዲህ ያለውን ስሜት ለማሾነፍ ስለ ራስህ አንዳንድ ነገሮቜ ልትነግራ቞ው ትቜላለህ።
ነዚ ስምዒት እዚ ንምስናፉ፡ ብዛዕባ ርእስኻ ኜትነግሮም ትኜእል ኢኻ።
421

422
am_tg
ይህን ስታደርግ ኚልዩነቶቻቜሁ ይልቅ ዚሚያመሳስሏቜሁ ነገሮቜ እንደሚበዙ ትገነዘብ ይሆናልፀ በተጚማሪም እያንዳንዱ ባሕል ዚራሱ ዹሆነ ጥሩም ሆነ መጥፎ ጎን እንዳለው ትሚዳለህ።
ነዊሕ ኚይጞናሕካ፡ ካብቲ ዝሓሰብካዮ ፍልልያት ንላዕሊ፡ ሓያሎ ሓባራዊ ነገራት ኹም ዘሎኩም፡ ኵሉ ባህሊ ድማ ነናቱ ብርታዐን ድኜመትን ኹም ዘለዎ ኜትግንዘብ ኢኻ።
423

424
am_tg
ይሖዋ፣ ታማኝ አገልጋዮቹ አንዳንድ መብቶቜን እስኪያገኙ አሊያም ደግሞ ያሉበት ሁኔታ እስኪስተካኚልላ቞ው ድሚስ ዹተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ ሊፈቅድ ቢቜልም ምንጊዜም እነሱን ኹመደገፍ ወደኋላ አይልም።
ዹሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ወትሩ ይድግፎም እኳ እንተ ዀነ፡ ፍሉይ መሰላት ክሳዕ ዚሚኜቡ ወይ ኚኣ ዚምሜእ ኵነታት ክሳዕ ዚርኚብ ኪጜበዩ ይሓድጎም እዩ።
425

426
am_tg
ይሖዋ፣ ለአብርሃም ወንድ ልጅ እንደሚሰጠው ቃል ቢገባለትም ይህ ዹአምላክ አገልጋይ በእምነትና በትዕግሥት መጠበቅ አስፈልጎታል።
ንኣብርሃም ወዲ ኾም ዚወልድ ምስ ኣተስፈዎ፡ ኣብርሃም እምነትን ትዕግስትን ኬርኢ ዚድልዮ ነይሩ።
427

428
am_tg
ይስሐቅ እስኪወለድ ድሚስ ዓመታት ቢያልፉም አብርሃም ተስፋ አልቆሚጠምፀ ይሖዋም አላሳፈሚውም።
ይስሃቅ ክሳዕ ዚውለድ ንነዊሕ ዓመታት እኳ እንተ ተጞበዚ፡ ኣይተሓለለን፡ ዹሆዋ እውን ኣዚሕፈሮን።
429

430
am_tg
እርግጥ ነው፣ በትዕግሥት መጠበቅ ቀላል አይደለም።
ምጜባይ ቀሊል ኣይኰነን።
431
tg_am
ምጜባይ ቀሊል ኣይኰነን።
እርግጥ ነው፣ በትዕግሥት መጠበቅ ቀላል አይደለም።
432
am_tg
ዹጠበቅነው ነገር አለመሳካቱን እያሰብን ዚምንብሰለሰል ኹሆነ ተስፋ ልንቆርጥ እንቜላለን።
ብዛዕባ እቲ ዝጐሃናሉ ነገራት ነስቈርቍር እንተ ዄንና፡ ብቐሊሉ ተስፋ ኜንቈርጜ ንኜእል ኢና።
433

434
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ጊዜያቜንን መንፈሳዊ ብቃቶቜን ለማዳበር ብንጠቀምበት ጥበብ ይሆናል።
ዚግዳስ፡ ንግዜና መንፈሳዊ ብቕዓታትና ንምምሕያሜ ምስ እንጥቀመሉ ጥበባዊ እዩ።
435

436
am_tg
ዹአምላክን ቃል በማንበብና ባነበብነው ላይ በማሰላሰል ጥበብን፣ ጥልቅ ማስተዋልን፣ እውቀትን፣ ዹማመዛዘን ቜሎታንና ጀናማ አስተሳሰብን ማዳበር እንቜላለን።
ቃል ኣምላኜ ብምንባብን ብዛዕባኡ ብምስትንታንን፡ ጥበብን ልቩናን ፍልጠትን ምስትውዓልን ምምዝዛንን ልብምናን ኚነጥሪ ንኜእል ኢና።
437

438
am_tg
መዝናኛን፣ አለባበስንና አጋጌጥን፣ ዚገንዘብ አያያዝን እንዲሁም ኚሌሎቜ ጋር ያለንን ግንኙነት በተመለኹተ ውሳኔ ዹሚጠይቁ ነገሮቜ በዚዕለቱ ያጋጥሙናል።
በብመዓልቱ ብዛዕባ መዘናግዒ፡ ኣኚዳድና፡ ኣመለኻኜዓ፡ ኣተሓሕዛ ገንዘብ፡ ምስ ሰብ ተሳኒኻ ብዛዕባ ምንባር ውሳነ ኜንገብር ዚድልዚና እዩ።
439

440
am_tg
ኚመጜሐፍ ቅዱስ ዹተማርነውን ነገር በተግባር በማዋል ይሖዋን ዚሚያስደስቱ ውሳኔዎቜን ማድሚግ እንቜላለን።
ነቲ ኻብ መጜሓፍ ቅዱስ እተምሃርናዮ ኣብ ግብሪ ብምውዓል፡ ንዹሆዋ ዜሐጕስ ውሳነታት ክንገብር ንኜእል ኢና።
441

442
am_tg
አምላክ፣ በሚቆጣበት ጊዜም እንኳ ብዙ ሰዎቜ እንደሚያደርጉት ያልታሰበበት ውሳኔ አያደርግም።
ኣምላኜ ኚምቲ ብዙሓት ሰባት ዚገብርዎ ብቕጜበታዊ ቝጥዓ ነዲሩ እንታይ ኹም ዚገብር ኣይውስንን እዩ።
443

444
am_tg
ይሖዋ ዹነነዌ ሰዎቜ ንስሐ እንደገቡና እንደተለወጡ ሲያይ ውሳኔውን ቀይሯል።
ዚሆዋ፡ ሰብ ነነዌ ኾም እተነስሑን ኣተሓሳስባኊም ኹም ዝቐዚሩን ምስ ሚኣዚ፡ ውሳነኡ ኣተዓራርዩ እዩ።
445

446
am_tg
ይህን በማድሚግ ምክንያታዊ፣ ትሑትና ሩኅሩኅ አምላክ መሆኑን አሳይቷል።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ ልዙብን ትሑትን ርሕሩሕን ምዃኑ ኣርእዩ እዩ።
447

448
am_tg
እኛም አንዳንድ ጊዜ፣ ያደሚግነውን ውሳኔ መለስ ብለን ማጀናቜን ጥሩ ይሆናል።
ብተመሳሳሊ፡ ሓድሓደ እዋን ንዝገበርናዮ ምርጫ ወይ ውሳነ ዳግም ክንሓስበሉ ኣገዳሲ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
449

450
am_tg
እንዲህ ለማድሚግ ዚሚያነሳሳን ሁኔታዎቹ መቀዚራ቞ው ሊሆን ይቜላል።
ለውጢ ዅነታት ኚምኡ ኜንገብር ኪድርኞና ይኜእል እዩ።
451

452
am_tg
ይሖዋም ቢሆን ሁኔታዎቜ በመለወጣ቞ው ዚተነሳ ውሳኔዎቹን ዚቀዚሚባ቞ው ጊዜያት አሉ።
ዹሆዋ ሓድሓድ ግዜ ዅነታት ኪልወጥ ኹሎ ውሳነታቱ ለዊጡ እዩ።
453

454
am_tg
አንዳንድ ጊዜ ደግሞ ውሳኔያቜንን እንድንቀይር ዚሚያደርግ አዲስ መሹጃ እናገኝ ይሆናል።
ወይ ኚኣ ውሳነና ኞነዐሪ ምኜንያት ኪዀነና ዚኜእል ሓድሜ ሓበሬታ ኜንሚክብ ንኜእል ኢና።
455

456
am_tg
ንጉሥ ዳዊት ዚሳኊል ዹልጅ ልጅ ዹሆነውን ሜፊቊስ቎ን በተመለኹተ ዚተሳሳተ ወሬ ተነግሮት ነበር።
ንጉስ ዳዊት ብዛዕባ እቲ ወዲ ወዱ ንሳኊል ዝዀነ መፊቊሞት ግጉይ ሓበሬታ ተዋሂብዎ ነበሚ።
457

458
am_tg
ኹጊዜ በኋላ ዳዊት ስለ ሁኔታው ትክክለኛ መሹጃ ሲያገኝ ውሳኔውን አስተካክሏል።
ድሕሪ ግዜ ቕኑዕ ሓበሬታ ምስ ሹኾበ ግና፡ ውሳነኡ ኣዐርዩ እዩ።
459

460
am_tg
ዹአምላክ ቃል፣ በሕዝቡ ላይ ዚተሟሙትን ሰዎቜ ይመራ቞ው ዹነበሹው እንዎት ነው?
ቃል ኣምላኜ ነቶም መራሕቲ እንታይ ጜልዋ እዩ ኣሕዲሩሎም፧
461

462
am_tg
ንጉሥ ኢዮስያስን እንደ ምሳሌ እንውሰድ።
ንንጉስ ዮስያስ እስኚ ኾም ኣብነት ንርአ።
463
tg_am
ንንጉስ ዮስያስ እስኚ ኾም ኣብነት ንርአ።
ንጉሥ ኢዮስያስን እንደ ምሳሌ እንውሰድ።
464
am_tg
ዹሙሮ ሕግ መጜሐፍ ኹተገኘ በኋላ ዚኢዮስያስ ጾሐፊ ሕጉን አነበበለት።
ሕጊ ሙሮ ዝሓዘት ሰነድ ምስ ተሚኜበት፡ ጞሓፊኡ ኣንበበሉ።
465

466
am_tg
ኢዮስያስ በአምላክ ቃል በመመራት ዚጣዖት አምልኮን ለማጥፋት ኹፍተኛ ዘመቻ አካሄደፀ እንዲሁም ዚፋሲካን በዓል ኚዚያ በፊት ታይቶ በማያውቅ መልኩ አኚበሚ።
ዮስያስ ብቓል ኣምላኜ ተመሪሑ፡ ኣምልኟ ጣኊት ንምጥፋእ ሓያል ወፈራ ኣካዚደ፣ መዳርግቲ ዘይብሉ በዓል ፋስጋ ድማ ኣብዓለ።
467

468
am_tg
ኢዮስያስና ሌሎቜ ታማኝ መሪዎቜ፣ በአምላክ ቃል ይመሩ ስለነበር ለሕዝቡ ዚሚሰጡትን መመሪያ ለማስተካኚል ፈቃደኞቜ ሆነዋል።
ዮስያስን ካልኊት እሙናት መራሕትን ብቓል ኣምላኜ ስለ እተመርሑ፡ ንህዝቢ ኣምላኜ እተዓሚዚን ንጹርን መምርሒታት ኪህቡ ኜኢሎም እዮም።
469

470
am_tg
እነዚህ ለውጊቜ ዚጥንቱ ዹአምላክ ሕዝብ ኚእሱ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ እንዲመላለስ አስተዋጜኊ አድርገዋል።
እዚ ለውጥታት እዚ ድማ፡ ጥንታውያን ህዝቢ ኣምላኜ ምስ ፍቓዱ ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ሓጊዙ እዩ።
471

472
am_tg
ይሁን እንጂ ዚጥንቶቹን ዹአምላክ ሕዝቊቜ ይገዙ ኚነበሩት ነገሥታት አንዳንዶቹ ዹአምላክን መመሪያዎቜ አልታዘዙም።
ይኹን እምበር፡ ገሊኩም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምላኜ ዚገዝኡ ዝነበሩ ነገስታት፡ መምርሒታት ኣምላኜ ኣይሕልዉን እዮም ነይሮም።
473

474
am_tg
ይሖዋ ለእነዚህ መሪዎቜ ተግሣጜ ዚሰጠባ቞ው ወይም በሌላ መሪ እንዲተኩ ያደሚገባ቞ው ጊዜያት ነበሩ።
ኣብ ገሊኡ እዋናት፡ ዹሆዋ ነዞም ዘይእዙዛት መራሕቲ ገሲጜዎም ወይ ኚኣ ብኻልኊት ተኪእዎም እዩ።
475

476
am_tg
እሱ ዹወሰነው ጊዜ ሲደርስ ደግሞ ኹዚህ በፊት ይጠቀምባ቞ው ኚነበሩት መሪዎቜ ሁሉ ዹላቀ መሪ ሟመ።
በቲ ዝመደቩ ግዜ ድማ፡ ካብቶም ኣቐዲሙ እተጠቕመሎም ኣዝዩ ዚበልጜ መራሒ ሾይሙ እዩ።
477

478
am_tg
በዛሬው ጊዜ ብዙ ሰዎቜ ዚመምሚጥ ነፃነታ቞ውን አላግባብ ሲጠቀሙበት አልፎ ተርፎም ሌሎቜን ዚሚጎዳ ነገር ሲያደርጉበት ይታያሉ።
ሎሚ፡ ብዙሓት ሰባት ንናይ ምምራጜ ናጜነቶም ብሕማቕ ይጥቀሙሉ፡ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ንኻልኊት ይጐድኡሉ እዮም።
479

480
am_tg
በእርግጥም መጜሐፍ ቅዱስ አስቀድሞ እንደተናገሚው በመጚሚሻዎቹ ቀናት ውስጥ ዚሚኖሩ ሰዎቜ ዚማያመሰግኑ ሆነዋል።
እወ፡ ኚምቲ መጜሓፍ ቅዱስ እተነበዮ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ሰባት ዘዚመስግኑ እዮም ኰይኖም ዘለዉ።
481

482
am_tg
እኛም ይሖዋ ዹሰጠንን ይህን ውድ ስጊታ አላግባብ እንዳንጠቀምበት እንዲሁም ለዚህ ስጊታ አድናቆት እንዳናጣ እንጠንቀቅ።
እምበኣር፡ ነቲ ዹሆዋ ዝሃበና ኜቡር ህያብ ኚቶ ብዘይግቡእ ኣይንጠቐመሉ፡ ወይ ኣቕሊልና ኣይንርኣዮ።
483

484
am_tg
ይሁንና ዚመምሚጥ ነፃነታቜንን አላግባብ እንዳንጠቀምበት ምን ሊሚዳን ይቜላል?
ንናይ ምምራጜ ናጜነትና ብዘይግቡእ ካብ ምጥቃም ክንቍጠብ እንኜእል ግና ብኞመይ ኢና፧
485

486
am_tg
ሁላቜንም ኚጓደኛ፣ ኚአለባበስ፣ ኚአጋጌጥ እንዲሁም ኹመዝናኛ ምርጫ ጋር በተያያዘ ዚግላቜንን ውሳኔ ዚማድሚግ ነፃነት አለን።
ኵላትና ብዛዕባ ምሕዝነትናን ኣኚዳድናናን ኣመለኻኜዓናን መዘናግዒናን ናይ ምምራጜ ናጜነት ኣሎና።
487

488
am_tg
ይሁንና ለራሳቜን ምኞት ባሪያ ኹሆንን ወይም በዓለም ውስጥ ያለውን ቅጥ ያጣ ፋሜን መኹተል ኹጀመርን ዚመምሚጥ ነፃነታቜንን ዚክፋት መሾፈኛ እያደሚግነው ነው ሊባል ይቜላል።
ኰይኑ ግና፡ ባሮት ትምኒትና እንተ ዄንና፡ ወይ በቲ ነውራም ቅዲ ኜዳውንቲ እዛ ዓለም እንተ ተጞሊና፡ ንናጜነትና መጐልበቢ ኜፍኣት ክንገብሮ ንኜእል ኢና።
489

490
am_tg
ነፃነታቜንን ዚሥጋን ፍላጎት ለማርካት መጠቀም አንፈልግምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹምናደርጋቾው ምርጫዎቜ ሁሉንም ነገር ለአምላክ ክብር አድርጉ ዹሚለውን ምክር ተግባራዊ ለማድሚግ ዚሚሚዱን መሆን ይኖርባ቞ዋል።
ብናጜነትና ተጠቒምና ደድሕሪ ስጋዊ ትምኒት ኣብ ክንዲ እንስዕብ፡ ነቲ፡ ኵሉ ንኜብሪ ኣምላኜ ግበርዎ ዚብል ምዕዶ ኢና ኜንስዕብ እንደሊ።
491

492
am_tg
ኖኅ ይኖር ዹነበሹው በዓመፅና በሥነ ምግባር ብልግና በተሞላ ዓለም ውስጥ ነበር።
ኖህ ብህይወት ኣብ ዝነበሹሉ እዋን፡ ምድሪ ብዓመጻን ብምንዝርናን መሊኣ ነበሚት።
493

494
am_tg
ኖኅ ዹይሖዋን ዚማስጠንቀቂያ መልእክት በታማኝነት ዹሰበኹ ቢሆንም በዙሪያው ያሉት ክፉ ሰዎቜ መልእክቱን እንዲቀበሉ ማስገደድም ሆነ ዚጥፋት ውኃው ዚሚመጣበትን ጊዜ ማፋጠን አይቜልም።
ኖህ ነቲ ኻብ ዹሆዋ እተላእኚ መጠንቀቕታ ብተኣማንነት እኳ እንተ ሰበኞ፡ ነቶም ኣብ ኚባቢኡ ዝነበሩ እኩያት ገዲዱ ነቲ መልእኜቲ ኾም ዚቕበልዎ ኺገብር፡ ወይ ማይ ኣይሂ ኻብቲ ምዱብ ግዜኡ ቐልጢፉ ኾም ዚመጜእ ኪገብር ኣይክእልን እዩ ነይሩ።
495

496
am_tg
ኖኅ፣ ይሖዋ ክፋትን ለማጥፋት ዚገባውን ቃል በትክክለኛው ጊዜ ላይ እንደሚፈጜም መተማመን ያስፈልገው ነበር።
ኣብቲ ዹሆዋ ንእኚይ መወዳእታ ኾም ዚገብሚሉ ዝኣተዎ ቓል እምንቶ ኌሕድር፡ ኣብ ግቡእ ግዜኡ ኞምኡ ኾም ዚገብር ድማ ኪኣምን ነይርዎ።
497

498
am_tg
እኛም ዹምንኖሹው በክፋት በተሞላ ዓለም ውስጥ ሲሆን ይሖዋ ይህን ክፉ ዓለም ለማጥፋት ቃል እንደገባ እናውቃለን።
ንሕና እውን ኣብዛ ዹሆዋ ኾም ዜጥፍኣ እተዛሚበላ እኚይ ዝመልኣ ዓለም ኢና እንነብር።
499