Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,900
am_tg
ስለተለያዩ ነገሮቜ ለልጆቻቜሁ ብዙ ነገር ትነግሯ቞ው ይሆናልፀ ልጆቻቜሁ ዚሚያደርጉት ግን እናንተ ስታደርጉ ዚሚያዩትን ነው።
ብዛዕባ ብዙሕ ነገራት ብዙሕ ክትብል ትኜእል ኢኻ፣ ደቅኻ ግና እንታይ ኹም እትገብር ይርእዩን ይመስሉኻን እዮም ኢሉ ሓሳቡ ገሊጹ ኣሎ።
3,901
tg_am

3,902
am_tg
እናንተ ተጠንቅቃቜሁ ጥሩ መዝናኛ ስትመርጡ ልጆቻቜሁ ካዩ እነሱም ተመሳሳይ ምርጫ ያደርጉ ይሆናል።
ውሉዳትካ ተጠንቂቕካ ንጹህ መዘናግዒ ኜትመርጜ እንተ ርእዮምኻ፡ ተመሳሳሊ ምርጫ ኺገብሩ ድራኞ ኺሓድሮም ይኜእል እዩ።
3,903

3,904
am_tg
ዹአምላክን ፈቃድ ግምት ውስጥ ሳናስገባ ውሳኔ ዹምናደርግ ኹሆነ ፍቅርና እምነት እንደሚጎድለን ያሳያል።
ፍቓድ ኣምላኜ ኣብ ግምት ኚዚእተና ውሳነታት ንገብር እንተ ዄንና፡ ንዹሆዋ ኾም ዘይነፍቅሮን ኹም ዘይንተኣማመኖን ኢና እነርኢ።
3,905

3,906
am_tg
በሳሙኀል ዘመን በአንድ ወቅት እስራኀላውያን ኚፍልስጥኀማውያን ጋር ባደሚጉት ውጊያ ኚባድ ሜንፈት ደርሶባ቞ው ነበር።
ብግዜ ሳሙኀል፡ እስራኀላውያን ኣብቲ ምስ ፍልስጥኀማውያን ዝገበርዎ ውግእ ኚቢድ ስዕሚት ተሳዒሮም ነይሮም።
3,907

3,908
am_tg
በዚህ ጊዜ አምላክ እንዲሚዳ቞ውና እንዲጠብቃ቞ው ፈልገው ነበር።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ህዝቢ ኣምላኜ ደገፍን ዕቝባን ዚድልዮም ነይሩ።
3,909

3,910
am_tg
ታዲያ ምን አደሹጉ?
እሞኞ እንታይ ገበሩ፧
3,911
tg_am
እሞኞ እንታይ ገበሩ፧
ታዲያ ምን አደሹጉ?
3,912
am_tg
አብሮን እንዲሆንና ኚጠላቶቻቜን እጅ እንዲያድነን ዹይሖዋን ዹቃል ኪዳን ታቊት ኹሮሎ ይዘነው እንሂድ አሉ።
ታቊት ኪዳን ዹሆዋ ምሳና ዀይኑ ኻብ ኢድ ጞላእትና ምእንቲ ኌድሕነናስ፡ ካብ ሺሎ ምሳና ንውሰዶ በሉ።
3,913

3,914
am_tg
ውጀቱስ ምን ሆነ?
ውጜኢቱኞ እንታይ ነበሹ፧
3,915
tg_am
ውጜኢቱኞ እንታይ ነበሹ፧
ውጀቱስ ምን ሆነ?
3,916
am_tg
በጣም ብዙ ሕዝብ አለቀፀ ኚእስራኀላውያንም ወገን 30,000 እግሚኛ ወታደር ሞተ።
ካብ እስራኀል፡ 30,000 ኣጋር ተዋጋእቲ ወደቑ።
3,917

3,918
am_tg
ዹአምላክም ታቊት ተማሚኚ።
ታቊት ኣምላኜ ድማ ተማሚኞ።
3,919
tg_am
ታቊት ኣምላኜ ድማ ተማሚኞ።
ዹአምላክም ታቊት ተማሚኚ።
3,920
am_tg
እስራኀላውያን ታቊቱን ይዘው መሄዳ቞ው ይሖዋ እንዲሚዳ቞ው ዹፈለጉ ሊመስል ይቜላል።
እስራኀላውያን ነቲ ታቊት ምስኊም ብምውሳዶም፡ ደገፍ ዹሆዋ ዝደለዩ ኺመስል ይኜእል እዩ።
3,921

3,922
am_tg
እንደ እውነቱ ኹሆነ ግን ዹይሖዋን መመሪያ ለማግኘት ጥሚት አላደሚጉምፀ ኹዚህ ይልቅ በራሳ቞ው አመለካኚት በመመራታ቞ው ለኹፋ ጥፋት ተዳርገዋል።
ይኹን እምበር፡ መምርሒ ዹሆዋ ኣይኰኑን ዚደልዩ ነይሮም፣ ናይ ርእሶም ሓሳባት ይስዕቡ ስለ ዝነበሩ ኞኣ፡ ኚቢድ ጕድኣት ኣጋጠሞም።
3,923

3,924
am_tg
ጠንካራ እምነት ለመገንባትና ጠብቀህ ለማቆዚት ማድሚግ ዚምትቜለው ነገር ምንድን ነው?
ድልድልቲ እምነት ንምህናጜን ወትሩ ኞምኡ ዀይና ኾም እትቕጜል ንምግባርን፡ እንታይ ተወሳኺ ነገር ክትገብር ትኜእል፧
3,925

3,926
am_tg
እስክትጠመቅ ድሚስ ባገኘኞው እውቀት ሹክተህ አትኑር።
በቲ ኜሳዕ ጥምቀት እተመሃርካዮ ነገር ኣይትዕግብ።
3,927
tg_am
በቲ ኜሳዕ ጥምቀት እተመሃርካዮ ነገር ኣይትዕግብ።
እስክትጠመቅ ድሚስ ባገኘኞው እውቀት ሹክተህ አትኑር።
3,928
am_tg
ፍጻሜያ቞ውን ስላገኙ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትንቢቶቜ መማርህን ቀጥልፀ ምክንያቱም እነዚህ ትንቢቶቜ እምነትህን እንድትገነባ ዚሚያስቜሉ በቂ ማስሚጃዎቜ እንድታገኝ ያደርጉሃል።
ነቲ እተፈጞመ ትንቢታት መጜሓፍ ቅዱስ ኣጜንዓዮ፣ ኚመይሲ፡ ኚምኡ ምግባርካ ንእምነትካ ኌድልድላ ይኜእል እዩ።
3,929

3,930
am_tg
ኹዚህ በተጚማሪ ጠንካራ እምነት ካላ቞ው ሰዎቜ መካኚል ዚሚያስቆጥሚን እምነት ያለህ መሆን አለመሆኑን ለማወቅ ዹአምላክን ቃል እንደ መለኪያ አድርገህ መጠቀም ትቜላለህ።
እምነትካ ድልድልቲ እንተ ዀይና ንምርግጋጜ እውን፡ ብቓል ኣምላኜ ጌርካ ኜትልክዓ ትኜእል ኢኻ።
3,931

3,932
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ ዚእምነት ባልንጀሮቹን ‘እኔ በእናንተ እምነት እናንተም በእኔ እምነት እርስ በርሳቜን እንበሚታታ ብሏ቞ው ነበር።
ሃዋርያ ጳውሎስ ንክርስትያናት ብጟቱ፡ ብእምነት ሓድሕድና ንሓድሕድና ኜንተባባዕ ኢሉ ጜሒፉሎም እዩ።
3,933

3,934
am_tg
ኚእምነት ባልንጀሮቻቜን፣ በተለይ ደግሞ ተፈትኖ ዹተሹጋገጠ እምነት እንዳላ቞ው ካሳዩ ወንድሞቻቜን ጋር ስንሆን አንዳቜን ዹሌላውን እምነት መገንባት እንቜላለን።
ምስ ኣምለኜቲ ዹሆዋ ኜንሓብር ኚለና፡ ምናዳ ድማ ምስቶም ፍቱን እምነት ዘለዎም ክንኹውን ኚለና፡ እምነት ሓድሕድና ኜንሃንጜ ንኜእል ኢና።
3,935

3,936
am_tg
መጥፎ ባልንጀርነት እምነት ያጠፋልፀ በአንጻሩ ግን ጥሩ ባልንጀርነት እምነት ይገነባል።
ሕማቕ ዕርክነት ንእምነት ዚፍርሳ እዩ፣ ጜቡቕ ዕርክነት ግና ይሃንጻ እዩ።
3,937

3,938
am_tg
መሰብሰባቜንን ቾል እንዳንል ኹዚህ ይልቅ እርስ በርስ እንድንበሚታታ ዚተመኚርንበት አንዱ ምክንያት ይህ ነው።
ሓደ ኻብቲ፡ ኣኌባና ኣይንሕደግ ዚብል ምኜሪ እተዋህበሉ ምኜንያታት እውን እዚ እዩ።
3,939

3,940
am_tg
ዹይሖዋ አገልጋዮቜ ሕሊናቾውን ለማሠልጠን ጥሚት ያደርጋሉ።
ኣገልገልቲ ዹሆዋ ንሕልናኩም ኬሰልጥንዎ ይደልዩ እዮም።
3,941
tg_am
ኣገልገልቲ ዹሆዋ ንሕልናኩም ኬሰልጥንዎ ይደልዩ እዮም።
ዹይሖዋ አገልጋዮቜ ሕሊናቾውን ለማሠልጠን ጥሚት ያደርጋሉ።
3,942
am_tg
ሕሊናቾው ዚሚነግራ቞ው ነገር ዹአምላክ ቃል ትክክልና ስህተት እንዲሁም ጥሩና መጥፎ ዹሆነውን በተመለኹተ ኚያዘው መሥፈርት ጋር ዚሚስማማ እንዲሆን ይፈልጋሉ።
ሕልናኩም ምስቲ ኣብ ቃል ኣምላኜ ዚርኚብ ስርዓታት ቅኑዕን ጌጋን፡ ጜቡቕን ክፉእን ኪሰማማዕ ይደልይዎ እዮም።
3,943

3,944
am_tg
በአግባቡ ዹሠለጠነ ሕሊና በክርስቲያን ጉባኀ ውስጥ በጎ ተጜዕኖ ያሳድራል።
ብግቡእ ዝሰልጠነ ሕልና፡ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኀ ጜቡቕ ጜልዋ ኺህልዎ ይኜእል እዩ።
3,945

3,946
am_tg
ይሁንና ክርስቲያናዊ ሕሊናን ማሠልጠንና በዚያ መጠቀም አእምሮን ዚማሠራት ጉዳይ ብቻ አይደለም።
ንክርስትያናዊ ሕልናና ምስልጣንን ብእኡ ምጥቃምን ግና ናይ ኣእምሮ ጕዳይ ጥራይ ኣይኰነን።
3,947

3,948
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ጥሩ ሕሊናን ኚእምነትና ኹፍቅር ጋር ያያይዘዋል።
መጜሓፍ ቅዱስ ንጜቡቕ ሕልና ምስ እምነትን ፍቕርን እዩ ዜተሓሕዞ።
3,949

3,950
am_tg
ጳውሎስ እንዲህ ሲል ጜፏልፊ ዹዚህ ትእዛዝ ዓላማ ኚንጹሕ ልብ፣ ኚጥሩ ሕሊናና ግብዝነት ኚሌለበት እምነት ዹሚመነጭ ፍቅር እንዲኖሚን ነው።
ጳውሎስ፡ ዕላማ እዚ ትእዛዝ እዚ፡ ካብ ንጹህ ልብን ካብ ሰናይ ሕልናን ግብዝና ኻብ ዘይብላ እምነትን እትርኚብ ፍቕሪ እዩ ኢሉ ጜሒፉ እዩ።
3,951

3,952
am_tg
ሕሊናቜንን ካሠለጠንነውና ዹሚነግሹንን ነገር ኹሰማን ለይሖዋ ያለን ፍቅር እያደገ ይሄዳልፀ እምነታቜንም ይጠናኚራል።
ንሕልናና ኞነሰልጥኖን ነቲ ንሱ ዚብለና ኜንሰምዕን ኚለና፡ ንዹሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ትዓሙቝ፡ እምነትና እውን ትድልድል እያ።
3,953

3,954
am_tg
ደግሞም ሕሊናቜንን ዚምንጠቀምበት መንገድ ዚመንፈሳዊነታቜንን ጥልቀት፣ ዚልባቜንን ጥሩነትና ይሖዋን ለማስደሰት ያለንን ብርቱ ፍላጎት ያሳያል።
ንሕልናና እንጥቀመሉ መገዲ፡ ዕምቈት መንፈሳውነትናን ንጜህና ልብናን ንዹሆዋ ንምሕጓስ ዘሎና ባህግን ዚርኢ እዩ።
3,955

3,956
am_tg
በእርግጥም ሕሊናቜን ዚሚያሰማው ድምፅ እውነተኛ ማንነታቜንን በሚገባ ያሳያል።
እወ፡ እዚ ውሜጣዊ ድምጺ እዚ፡ ብሓቂ እንታይ ዓይነት ሰብ ምዃንና እዩ ዜርኢ።
3,957

3,958
am_tg
ይሖዋ ዹሰው ልጆቜ ሁሉ ፈጣሪ ነው።
ዹሆዋ ፈጣሪ ዅሎም ደቂ ሰብ እዩ።
3,959
tg_am
ዹሆዋ ፈጣሪ ዅሎም ደቂ ሰብ እዩ።
ይሖዋ ዹሰው ልጆቜ ሁሉ ፈጣሪ ነው።
3,960
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ መጜሐፍ ቅዱስ አዳምን ዹአምላክ ልጅ ብሎ ይጠራዋልፀ ኢዚሱስ ደግሞ ተኚታዮቹን ወደ አምላክ ሲጞልዩ በሰማያት ዚምትኖር አባታቜን ብለው እንዲጠሩት አስተምሯ቞ዋል።
ስለዚ ኞኣ እዩ፡ መጜሓፍ ቅዱስ ንኣዳም፡ ወዲ ኣምላኜ ዚብሎ፣ ዚሱስ ኚኣ ንሰዓብቱ፡ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቊና ኢሎም ኪጜውዕዎ ምሂርዎም እዩ።
3,961

3,962
am_tg
ይሖዋ ሕይወት ሰጪ ስለሆነ አባታቜን ነውፀ በእኛና በእሱ መካኚል ያለው ዝምድና በአንድ አባትና በልጆቹ መካኚል ካለው ዝምድና ጋር ሊመሳሰል ይቜላል።
ዹሆዋ ወሃብ ህይወትና ስለ ዝዀነ፡ ኣቊና እዩ፣ እቲ ኣብ መንጎኡን ኣብ መንጎናን ዘሎ ርክብ ድማ፡ ኚምቲ ኣብ መንጎ ኣቊን ውሉዳቱን ዘሎ ርክብ እዩ።
3,963

3,964
am_tg
በአጭር አነጋገር አንድ ጥሩ አባት ልጆቹን እንደሚወድ ሁሉ ይሖዋም እኛን ይወደናል።
ብሓጺሩ፡ ዹሆዋ ኞምቲ ሓደ ውፉይ ኣቊ ንውሉዳቱ ዜፍቅሮም ገይሩ ዹፍቅሹና እዩ።
3,965

3,966
am_tg
እርግጥ ሰብዓዊ አባቶቜ ፍጹም አይደሉም።
ሰብኣውያን ኣቊታት፡ ዘይፍጹማት እዮም።
3,967
tg_am
ሰብኣውያን ኣቊታት፡ ዘይፍጹማት እዮም።
እርግጥ ሰብዓዊ አባቶቜ ፍጹም አይደሉም።
3,968
am_tg
ዚፈለጉትን ያህል ጥሚት ቢያደርጉም እንኳ ይሖዋ አባታዊ ፍቅሩን ያሳዚበትን መንገድ ሙሉ በሙሉ ማንጞባሚቅ አይቜሉም።
ዝገበሩ እንተ ገበሩ፡ ነቲ ዹሆዋ ኣባታዊ ፍቕሩ ዜርእዚሉ መገዲ ምሉእ ብምሉእ ኬንጞባርቕዎ ኣይክእሉን እዮም።
3,969

3,970
am_tg
እንዲያውም አንዳንዶቜ ልጅ ሳሉ በቀተሰባ቞ው ውስጥ ካጋጠማ቞ው ሁኔታ ዚተነሳ በስሜታ቞ው ወይም በአእምሯ቞ው ላይ ዚማይሜር ጠባሳ ዹተወ መጥፎ ትዝታ አላ቞ው።
ገሊኩም ሰባት፡ ኣተዓባብያኊም ዓሚቝ ስምዒታውን ስነ ኣእምሮኣውን በሰላ ስለ ዝሓደገሎም፡ ብዛዕባ ስድራ ቀቶም ሕማቕ ተዘክሮ እዩ ዘለዎም።
3,971

3,972
am_tg
ይህ ስሜታ቞ውን ጎድቶትና አሳዛኝ ሁኔታ አስኚትሎባ቞ው ሊሆን ይቜላል።
እዚ ኞኣ ዜሳቕን ኣዝዩ ዜሕዝንን እዩ።
3,973

3,974
am_tg
ይሖዋ እንዲህ ዓይነት አባት እንዳልሆነ እርግጠኛ መሆን እንቜላለን።
ዹሆዋ ግና ኚምኡ ዓይነት ኣቊ ኣይኰነን።
3,975

3,976
am_tg
ይሖዋ ምን ያህል እንደሚወደንና እንዎት እንደሚንኚባኚበን ማወቃቜን ወደ እሱ እንድንቀርብ እንደሚያደርገን ዚታወቀ ነው።
ዹሆዋ ብኞመይ ኹም ዜፍቅሹናን ኹም ዚሓልዹልናን ምፍላጥና ድማ፡ ናብኡ ንኜንቀርብ ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
3,977

3,978
am_tg
ሕዝቅያስ፣ በጣም መጥፎ ኚሆኑት ዚይሁዳ ነገሥታት መካኚል ዚአንዱ ልጅ ቢሆንም በጣም ጥሩ ንጉሥ መሆን ቜሏል።
ህዝቅያስ ወዲ ሓደ ኻብቶም ዝኞፍኡ ነገስታት ይሁዳ እኳ እንተ ነበሚ፡ ንሱ ምስ ዓበዹ ግና ሓደ ኻብቶም ብሉጻት ነገስታት እዩ ዀይኑ።
3,979

3,980
am_tg
ሕዝቅያስ አባቱ ዹፈጾማቾውን መጥፎ ነገሮቜ ለማስተካኚል እርምጃ ወስዷል።
ህዝቅያስ ነቲ ኣቊኡ ዝገበሮ ብዙሕ ጌጋታት ኬዐሪ ተላዒሉ እዩ።
3,981

3,982
am_tg
ይህንንም ያደሚገው ቀተ መቅደሱን በማንጻት፣ ለሕዝቡ ኃጢአት ማስተሰሚያ በማቅሚብ እንዲሁም ዚአሚማውያንን ጣዖታት ለማጥፋት ቅንዓት ዚተንጞባሚቀበት ሰፊ ዘመቻ በማካሄድ ነው።
እወ፡ ነታ ቀተ መቕደስ ኣንጺሁ፡ ንሓጢኣት እቲ ህዝቢ ኣተዓሪቑ፡ ብቕንኣት ኣብ ዝገበሮ ሰፊሕ ወፈራ ኞኣ ንኣሚማዊ ጣኊታት ኣጥፊኡ እዩ።
3,983

3,984
am_tg
ሕዝቅያስ፣ ኚባድ ፈተናዎቜ ባጋጠሙት ጊዜ ለምሳሌ ዹአሩር ንጉሥ ሰናክሬም በኢዚሩሳሌም ላይ ጥቃት ለመሰንዘር በሞኚሚበት ወቅት ታላቅ ድፍሚትና እምነት እንዳለው አሳይቷል።
ኚቢድ ጞገማት ምስ ኣጋጠሞ፡ ንኣብነት ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር ንዚሩሳሌም ኬጥቅዓ ምስ መጞ፡ ህዝቅያስ ሓያል ትብዓትን እምነትን ኣርእዩ እዩ።
3,985

3,986
am_tg
አምላክ እንደሚያድነው ዹተማመነ ኹመሆኑም ሌላ በንግግሩም ሆነ በድርጊቱ ሕዝቡን አበሚታቷል።
ድሕነት ንምርካብ ናብ ኣምላኜ ተጞጊዑ፡ ብቓልን ብኣብነትን ድማ ንህዝቡ ኣበርቲዕዎም እዩ።
3,987

3,988
am_tg
ኹጊዜ በኋላ ሕዝቅያስ ልቡ በመታበዩ እርማት ሲሰጠው ራሱን ዝቅ በማድሚግ ንስሐ ገብቷል።
ጞኒሑ፡ ህዝቅያስ ብሰንኪ ትዕቢቱ ኺእሚም ምስ ኣድለዮ፡ ርእሱ ኣትሒቱን ተነሲሑን እዩ።
3,989

3,990
am_tg
በግልጜ ማዚት እንደሚቻለው ሕዝቅያስ፣ ያለፈው ሕይወቱ ዹአሁኑን ሕይወቱን እንዲያበላሜበት ወይም ጥሩ ዚወደፊት ሕይወት እንዳይኖሚው እንቅፋት እንዲሆንበት አልፈቀደም።
እምበኣር፡ ህዝቅያስ፡ ሕሉፍ ህይወቱ ነቲ ህሉው ህይወቱ ኌበላሜዎ ወይ ጜቡቕ መጻኢ ኾም ዘይህልዎ ኺገብር ኣይፈቐደን።
3,991

3,992
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ዹይሖዋ ወዳጅ በመሆን እኛም ልንኹተለው ዚሚገባ ጥሩ ምሳሌ ትቷል።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ፈታው ዹሆዋን ክንስዕቊ ዚግባእ ጜቡቕ ኣብነትን ኰይኑ እዩ።
3,993

3,994
am_tg
አንዳንድ ጊዜ ለማን ታማኝ መሆን እንዳለብህ ግራ ስትጋባ ደግነት ሊሚዳህ ይቜላል።
ንመን እሙን ክትኚውን ኹም ዚግብኣካ ኜትውስን ኚለኻ፡ ልእመት ክትሕግዘካ ትኜእል እያ።
3,995

3,996
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ አንድ ዚእምነት ባልንጀራህ ኚባድ ኃጢአት እንደሠራ በእርግጠኝነት ታውቃለህ እንበል።
ንኣብነት፡ ሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይካ ኞቢድ ሓጢኣት ኹም ዝፈጾመ ብንጹር ትፈልጥ ትኞውን።
3,997

3,998
am_tg
ይህ ሰው በተለይ ዚቅርብ ወዳጅህ ወይም ዘመድህ ኹሆነ ለእሱ ታማኝ መሆን እንዳለብህ ይሰማህ ይሆናል።
ምናዳ እቲ ሰብ እቲ ናይ ቀሚባ ዓርክኻ ወይ ቀተ ሰብካ ምስ ዚኞውን፡ ንዕኡ እሙን ክትኚውን ኹም ዚግብኣካ ይስምዓካ ይኞውን።
3,999