Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,800
am_tg
ክርስቲያን ወላጆቜ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ካስተዋሉ፣ ልጆቻ቞ው እውነትን አጥብቀው እስኪይዙ ድሚስ ልጆቹ በደንብ በሚሚዱት ቋንቋ ወደሚመራ ጉባኀ ለመመለስ ሊወስኑ ይቜላሉ።
ኣብ ትሕቲ ኾምዚ ዝበለ ዅነታት፡ ውሉዳት ኣብ ሓቂ ጾኒዖም ክሳዕ ዜትክሉ፡ ክርስትያን ወለዲ ብቛንቋ ውሉዳቶም ናብ እትጥቀም ጉባኀ ኺግዕዙ ይኜእሉ እዮም።
3,801
tg_am

3,802
am_tg
አምላክን ለበርካታ ዓመታት ያገለገለ ክርስቲያንም እንኳ በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር ሊጀምር ይቜላል።
ሓደ ክርስትያን ንሓያሎ ዓመታት ንኣምላኜ ድሕሪ ምግልጋሉ፡ ናይ ስጋ ምሕሳብ ኪጅምር ይኜእል እዩ።
3,803

3,804
am_tg
ጳውሎስ ይህን ማስጠንቀቂያ ሲሰጥ ስለ ምግብ፣ ስለ ሥራ፣ ስለ መዝናኛ እንዲሁም ስለ ፍቅር ግንኙነት ጚርሶ ማሰብ እንደሌለብን መግለጹ አልነበሚም።
ኹምዚ ኺብሃል ኚሎ፡ ብዛዕባ ምግቢ፡ ስራሕ፡ መዘናግዒ፡ ወይ ብዛዕባ እቲ ምስ ኣንጻር ጟታ ዘለዎ ፍቕሪ ሓሓሊፉ ምሕሳቡ ኣይኰነን ዜመልክት።
3,805

3,806
am_tg
ማንኛውም ዹአምላክ አገልጋይ በሕይወቱ ውስጥ ስለ እነዚህ ነገሮቜ ማሰቡ አይቀርም።
እዚ ሓደ ኣገልጋሊ ኣምላኜ ዚሓስቊ ንቡር መዳያት ህይወት እዩ።
3,807

3,808
am_tg
ኢዚሱስ በምግብ ይደሰት ዹነበሹ ሲሆን ሌሎቜንም መግቧል።
ዚሱስ ምግቢ በሊዑ፡ ንኻልኊት እውን መጊቡ እዩ።
3,809
tg_am
ዚሱስ ምግቢ በሊዑ፡ ንኻልኊት እውን መጊቡ እዩ።
ኢዚሱስ በምግብ ይደሰት ዹነበሹ ሲሆን ሌሎቜንም መግቧል።
3,810
am_tg
መዝናኛም ቢሆን አስፈላጊ መሆኑን ያውቅ ነበር።
ዕሚፍቲ ኾም ዜድሊ እውን ዚስተውዕል ነይሩ እዩ።
3,811
tg_am
ዕሚፍቲ ኾም ዜድሊ እውን ዚስተውዕል ነይሩ እዩ።
መዝናኛም ቢሆን አስፈላጊ መሆኑን ያውቅ ነበር።
3,812
am_tg
ጳውሎስም በትዳር ውስጥ ፍቅርን መግለጜ ተገቢ መሆኑን በደብዳቀው ላይ ገልጿል።
ጳውሎስ ኚኣ፡ ጟታዊ ርክብ ኣብ ሓዳር ኣገዳሲ ቊታ ኾም ዘለዎ ጜሒፉ እዩ።
3,813

3,814
am_tg
ጳውሎስ ዚተጠቀመበት ዚግሪክኛ ቃል አእምሮን ወይም ልብን በአንድ ነገር ላይ ማሳሚፍ፣ ዚታሰበበት ግብ ለማውጣት ዹማመዛዘን ቜሎታን መጠቀም ዹሚል ትርጉም አለው።
እታ ጳውሎስ እተጠቕመላ ቓል፡ ንዝንባለ ወይ ንኣሚኣእያ እተጕልሕ ኰይና፡ ኣእምሮኻ ወይ ልብኻ ኣብ ሓደ ነገር ምግባር፡ ሓሲብካ ምውጣን ማለት እያ።
3,815

3,816
am_tg
እንደ ሥጋ ፈቃድ ዚሚኖሩ ሰዎቜ ዚኃጢአት ዝንባሌዎቻ቞ው ሕይወታ቞ውን እንዲመሩት ይፈቅዳሉ።
እቶም ብስጋ ዚነብሩ፡ ናብራ ህይወቶም ብሓጥእ ሰብኣዊ ተፈጥሮኊም ኪውሰን እዮም ዚሓድግዎ።
3,817

3,818
am_tg
አንድ ምሁር ላይ ስለተጠቀሱት ሰዎቜ ሲናገሩ ትኩሚታ቞ውን ዚሚስበው ማለትም ኹምንም በላይ ዚሚማርካ቞ው፣ አዘውትሚው ዚሚያወሩትና ዚሚሠሩት እንዲሁም ዚሚያስደስታ቞ው ሥጋዊ ነገር ነው ብለዋል።
ሓደ ምሁር ብዛዕባ ኺገልጜ ኚሎ፡ እቶም ናይ ስጋ ዚሓስቡ፡ ብዛዕባ ናይ ስጋ ኣጞቢቖም ይግደሱ፡ ወትሩ ብዛዕባኡ ይዛሚቡ እዮም ይብል።
3,819

3,820
am_tg
ማንኛውም ሰው ለጊዜውም ቢሆን በሥጋዊ ምኞቶቜ ኹተሾነፈ ኚልኩ አልፎ ሊሄድ ይቜላል።
ዝዀነ ይኹን ሰብ ብስጋዊ ትምኒት ኪስነፍ እንተ ፈቒዱ፡ ድፍሚት ኬማዕብል ይኜእል እዩ።
3,821

3,822
am_tg
ለራስ ክብር እንደ መፈለግ፣ ቅናትና ግልፍተኝነት ያሉት ባሕርያት በርካታ ሰዎቜን ዚእብሪት ድርጊት ወደ መፈጾም መርተዋ቞ዋል።
ኣብ ጥቕሚ ርእስኻ ዘተኰሹ ህርፋንን ቅንእን ቍጥዓን ንሓያሎ ሰባት ኹም ዚዳፈሩ ገይርዎም እዩ።
3,823

3,824
am_tg
እንደ አቢሎሎም፣ ዖዝያና ናቡኚደነጟር ያሉ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ዚተጠቀሱ ሰዎቜ እንዲህ ባሉት ዚሥጋ ሥራዎቜ ዹተሾነፉ ሲሆን ይሖዋም ዚእብሪት ድርጊት በመፈጾማቾው እንዲዋሚዱ አድርጓል።
ኹም ኣቀሎሎምን ዑዝያን ነቡካድነጻርን ዝኣመሰሉ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ሰባት፡ ኣብ ኹምዚ ዝኣመሰለ ግብሪ ስጋ ብምውዳቕ ስለ እተዳፈሩ፡ ዹሆዋ ኣዋሪድዎም እዩ።
3,825

3,826
am_tg
ይሁንና አንድ ሰው ልኩን እንደማያውቅ ዚሚያሳይ ድርጊት እንዲፈጜም ዚሚያደርጉት ሌሎቜ ምክንያቶቜም አሉ።
ንገሊኩም ትሕትና ኞዚርእዩ ዕንቅፋት ዝዀኖም ካልእ ምኜንያታት እውን ኣሎ።
3,827

3,828
am_tg
እስቲ ላይ ዚሚገኙትን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዘገባዎቜ እንደ ምሳሌ እንመልኚት።
ንኣብነት፡ ነቲ ኣብ ኣብ ዚርኚብ ጞብጻብ መጜሓፍ ቅዱስ እሞ ንርአ።
3,829

3,830
am_tg
አቢሜሌክ እና ጎጥሮስ ዚፈጞሙት ድርጊት እብሪተኛ መሆናቾውን ዚሚያሳይ ነው?
ኣቢሜሌክን ጎጥሮስን ተዳፊሮም ድዮም፧
3,831

3,832
am_tg
ወይስ በዘገባው ላይ ዹተጠቀሰውን ድርጊት ዚፈጞሙት ስለ ጉዳዩ ሙሉ መሹጃ ስላልነበራ቞ው አሊያም ስለተዘናጉ ይሆን?
ወይስ ህድእ ኢሎም ስለ ዘይሓሰቡ ወይ ንዅሉ እቲ ሓቅታት ስለ ዘይፈለጥዎ ደዀን ይኾውን፧
3,833

3,834
am_tg
ማናቜንም ብንሆን ዹሰውን ልብ ማንበብ አንቜልምፀ በመሆኑም ሰዎቜ አንድን ነገር ለማድሚግ ዚተነሳሱበትን ውስጣዊ ግፊት በተመለኹተ ፍርድ ኚመስጠት መቆጠባቜን ጥበብ ኹመሆኑም ሌላ ለእነዚህ ሰዎቜ ፍቅር እንዳለን ያሳያል።
ልቢ ኞነንብብ ስለ ዘይንኜእል፡ ንሰባት እንታይ ድራኞ ኾም ዘለዎም ክንፈርድ ዚብልናን።
3,835

3,836
am_tg
ይሖዋ አስቀድሞ ስለወደደን እኛም እንወደዋለን።
‘ዹሆዋ ቕድም ስለ ዘፍቀሚና፡ ንሕና እውን ነፍቅሮ ኢና።
3,837
tg_am
‘ዹሆዋ ቕድም ስለ ዘፍቀሚና፡ ንሕና እውን ነፍቅሮ ኢና።
ይሖዋ አስቀድሞ ስለወደደን እኛም እንወደዋለን።
3,838
am_tg
ይሖዋ ለታማኝ አገልጋዮቹ ጥልቅ ፍቅር እንዳለው ዚሚያሳይበት አንዱ መንገድ ዚሚባርካ቞ው መሆኑ ነው።
ተበግሶ ወሲዱ ንእሙናት ኣገልገልቱ ዚባርኜ ምዃኑ ድማ ሓደ መግለጺ ፍቕሩ እዩ።
3,839

3,840
am_tg
ለይሖዋ ያለን ፍቅር እያደገ በሄደ መጠን አምላክ መኖሩንና ለሚወዳ቞ው ወሮታ ኹፋይ መሆኑን ይበልጥ እርግጠኛ ስለምንሆን እምነታቜን እዚጠነኚሚ ይሄዳል።
ንኣምላኜ ብዘፍቀርናዮ መጠን፡ እምነትና ትድልድል እያ፣ ንሱ ኾም ዘሎን ነቶም ዜፍቅርዎ ዓስቢ ኾም ዚህቩምን ዘሎና እምነት ድማ ዝያዳ ይድልድል እዩ።
3,841

3,842
am_tg
ወሮታ ኹፋይ መሆን ዹይሖዋ ማንነትና ዚመንገዶቹ አቢይ ገጜታ ነው።
ዹሆዋ ወሃብ ዓስቢ እዩ! እዚ ኞኣ ኣገዳሲ ኜፋል መንነቱን ተግባራቱን እዩ።
3,843

3,844
am_tg
አምላክ ኚልብ ለሚፈልጉት ወሮታ ኹፋይ መሆኑን እርግጠኞቜ ካልሆንን እምነታቜን ሙሉ ሊሆን አይቜልምፀ ምክንያቱም እምነት ተስፋ ዚተደሚጉትን ነገሮቜ በእርግጠኝነት መጠበቅ ማለት ነው።
እምነት ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጜ ትጜቢት ስለ ዝዀነት፡ ኣምላኜ ነቶም ተጊሆም ዚደልይዎ ዓስቊም ኹም ዚህቩም እንተ ዘይኣሚንና፡ እምነትና ፍጜምቲ ኣይትኞውንን።
3,845

3,846
am_tg
በእርግጥም እምነት ማለት ይሖዋ ቃል ዚገባ቞ው በሚኚቶቜ መፈጾማቾው እንደማይቀር ሙሉ በሙሉ መተማመን ነው።
እወ፡ እምነት ነቲ ኣምላኜ ዘተስፈዎ ተስፋታት ርግጜ ኎ንካ ምጜባይ ተጠቓልል።
3,847

3,848
am_tg
በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ እንደተገለጞው ይሖዋ ዚእሱን በሚኚት እንድናገኝ ግብዣ አቅርቊልናል።
ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ኾም ተገልጞ፡ ዹሆዋ በሚኞቱ ኜንሚክብ ይዕድመና ኣሎ።
3,849

3,850
am_tg
ይሖዋ እንድንፈትነው ያቀሚበውን ግብዣ በመቀበል አድናቆታቜንንና አመስጋኝነታቜንን እናሳያለን።
ነዚ ዹሆዋ ብልግሲ ዘቕሹበልና ጻውዒት ምስ እንቕበሎ፡ ዓሚቝ ሞሳን ምስጋናን ኹም ዘሎና ኢና እነርኢ።
3,851

3,852
am_tg
ጥንት ዚነበሩ እውነተኛ ዹአምላክ አገልጋዮቜ እንዳደሚጉት እኛም በምንታመምበት ጊዜ መጜናኛ፣ ጥበብና ድጋፍ ለማግኘት ወደ ይሖዋ ዞር ማለት እንቜላለን።
እንተ ሓሚምና፡ ኚምቲ ጥንቲ ዝነበሩ ናይ ሓቂ ኣምላኜቲ ዚሚኜብዎ ዝነበሩ፡ ንሕና እውን ካብ ኣምላኜ ምጜንናዕን ጥበብን ደገፍን ክንሚክብ ንኜእል ኢና።
3,853

3,854
am_tg
እርግጥ ነው፣ ዳዊት ይህን ሲል በዚያ ዘመን ዹኖሹ ለተቾገሹ ዚሚያስብ አንድ ሰው፣ ሞትን ፈጜሞ አያይም ማለቱ እንዳልነበሚ እናውቃለን።
ይኹን እምበር፡ ብግዜ ዳዊት ዚነብር ዝነበሹ እሞ ንድኻ ዝሓለዹ ሰብ ንሓዋሩ ምንባር ኹም ዘይቀጾለ ንፈልጥ ኢና።
3,855

3,856
am_tg
በመሆኑም ዳዊት፣ በዕለቱ ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ሲጜፍ ለተቾገሹ ዚሚያስብ ሰው በተአምራዊ ሁኔታ ሕይወቱ እንደሚቀጥልና ለዘላለም እንደሚኖር መናገሩ አይደለም።
ስለዚ፡ ዳዊት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኺጜሕፍ ኚሎ፡ እቲ ሰብ እቲ ብተኣምራዊ መገዲ ንዘለኣለም ይነብር ማለቱ ኾም ዘይነበሹ ኣይንስሕቶን ኢና።
3,857

3,858
am_tg
በመንፈስ መሪነት ዚተጻፈው ይህ ሐሳብ አምላክ፣ ታማኝና ለሌሎቜ አሳቢ ዹሆኑ ሰዎቜን እንደሚሚዳ ዹሚጠቁም ነው።
ዚግዳስ፡ እዘን ብድራኞ መንፈስ እተጻሕፋ ቓላት እዚአን፡ ኣምላኜ ነቲ ብተኣማንነት ሓልዮቱ ዜርኢ ሰብ ኹም ዚድግፎ እዚን ዜመልክታ።
3,859

3,860
am_tg
ዚሚሚዳ቞ው እንዎት ነው?
ብኞመይ፧
3,861
tg_am
ብኞመይ፧
ዚሚሚዳ቞ው እንዎት ነው?
3,862
am_tg
ዳዊት ይህን ሲያብራራ ታሞ በአልጋ ላይ ተኝቶ ሳለ ይሖዋ ይደግፈዋልፀ በታመመበት ወቅት መኝታውን ሙሉ በሙሉ ትቀይርለታለህ ብሏል።
ዳዊት፡ ዹሆዋ ኣብ ዓራት ሕማሙ ኺድግፎ እዩ፣ ምስ ሓመመ፡ ንስኻ ንዓራቱ ምሉእ ብምሉእ ትልውጣ ኢሉ ገሊጹ ኣሎ።
3,863

3,864
am_tg
ለተቾገሹ አሳቢነት ያሳዚ ሰው፣ አምላክ እሱንም ሆነ ዚታማኝነት አካሄዱን እንደማይሚሳ እርግጠኛ መሆን ይቜላል።
እወ፡ ንድኻ ዚሓልዹሉ ሰብ፡ ኣምላኜ ነቲ ብተኣማንነት ዝገበሮ ተግባር ኹም ዚፈልጩ ርግጾኛ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
3,865

3,866
am_tg
በተጚማሪም አምላክ፣ ሰውነታቜን ራሱን በራሱ ዹመጠገን ቜሎታ እንዲኖሚው አድርጎ ስለፈጠሚን ግለሰቡ ኚበሜታው ሊያገግም ይቜላል።
እቲ ኣብ ሰብነቱ ዘሎ ኻብ ኣምላኜ እተዋህቊ ናይ ምሕዋይ ዓቕሚ ድማ ካብ ሕማሙ ምእንቲ ኺሓዊ ኺድግፎ ይኜእል እዩ።
3,867

3,868
am_tg
አንድን ሰው መጜሐፍ ቅዱስ ለማስጠናት ስንዘጋጅ ዚምናሰላስልበት ጊዜ ያስፈልገናል።
መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ ክንዳሎ ኞለና፡ ንምስትንታን ዚኾውን ግዜ ኜንምድብ ኣሎና።
3,869

3,870
am_tg
እያንዳንዱን ተማሪ በአእምሯቜን በመያዝ ዹምንዘጋጅ ኹሆነ ተማሪው እድገት እንዲያደርግ ለመርዳት ምን ዓይነት ዚአመለካኚት ጥያቄ ብንጠይቀው ወይም ዚትኛውን ምሳሌ ብንጠቀም ዚተሻለ እንደሆነ ልናስብ እንቜላለን።
ንነፍሲ ወኹፍ ተምሃራይ ኣብ ኣእምሮና ብምሓዝ፡ ነቲ ተምሃራይ ዕቀት ንምግባር ምእንቲ ኜንሕግዞ፡ ምሳሌታት ወይ ኣሚኣእያኡ ንምፍላጥ ዚሕግዝ ሕቶታት ክንሓስብ ንኜእል ኢና።
3,871

3,872
am_tg
እንዲህ በማድሚግ ዚምናሳልፈው ጊዜ አስደሳቜ ሊሆን ይቜላልፀ ምክንያቱም በእነዚህ ነገሮቜ ላይ ማሰላሰላቜን ዚእኛን እምነት ያጠናክራልፀ እንዲሁም ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተማሪያቜንን ይበልጥ ውጀታማ በሆነ መንገድና በቅንዓት ለማስጠናት ያስቜለናል።
በዚ ኾምዚ እነጥፍኊ ግዜ ባህ ዜብል ኪኞውን ይኜእል እዩ፣ ኚመይሲ፡ ብዛዕባ እዚ ኜንሓስብ ኹለና እምነትና ትድልድል እያ፣ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስና ውጜኢታውን ውዕዉዕን ብዝዀነ መገዲ ኜንመርሕ ኚኣ ይሕግዘና እዩ።
3,873

3,874
am_tg
ወደ መስክ አገልግሎት ለመውጣት ልባቜንን በምናዘጋጅበት ጊዜም ተመሳሳይ ነገር ማድሚግ ይኖርብናል።
ናብ ወፍሪ ኣገልግሎት ንምኻድ ልብና ኞነዳሉ ኾለና እውን ኚምኡ ኢና እንገብር።
3,875

3,876
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ክፍል ኹሆነው ኚሐዋርያት ሥራ መጜሐፍ ላይ አንድ ምዕራፍ ማንበባቜን ለአገልግሎት ያለን ቅንዓት እንዲቀጣጠል ያደርጋል።
ካብ መጜሓፍ ግብሪ ሃዋርያት ሓንቲ ምዕራፍ ምስ እነንብብ፡ ንኣገልግሎት ዘሎና ቕንኣት ኬጐሃህሮ እዩ።
3,877

3,878
am_tg
በዚያን ዕለት ልንጠቀምበት ባሰብነው ጥቅስና ጜሑፍ ላይ ማሰላሰላቜን አገልግሎታቜንን በቅንዓት እንድናኚናውን ይሚዳናል።
ብዛዕባ እቲ ኣብታ መዓልቲ እቲኣ ኜንጥቀመሉ ዝሓሰብና ጥቕስታትን ኚነበርክቶ ዝመደብናዮ ጜሑፋትን ምስትንታን ድማ፡ ነቲ ናይ ምግልጋል መሰልና ብዚግባእ ክንፍጜሞ ይሕግዘና እዩ።
3,879

3,880
am_tg
በክልልህ ስላሉ ሰዎቜና ፍላጎታ቞ውን ለመቀስቀስ ማድሚግ ስለምትቜለው ነገር አስብ።
ብዛዕባ እቶም ኣብ ክልና እንሚኜቊም ሰባትን ብዛዕባ እቲ ዜገድሶም ነገራትን ንሕሰብ።
3,881

3,882
am_tg
እንዲህ ያለ ዝግጅት ማድሚጋቜን ኹአምላክ ቃል በሚገኘው መንፈስና ኃይል ተጠቅመን ውጀታማ በሆነ መንገድ እንድንሰብክ ያነሳሳናል።
ኹምዚ ዓይነት ምድላው ምስ እንገብር፡ ካብ ቃል ኣምላኜ፡ ብመርኣያ መንፈስን ሓይልን ውጜኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ንኜንምስክር ኪድርኞና እዩ።
3,883

3,884
am_tg
ራሳቜሁን እንዲህ እያላቜሁ ጠይቁ፩ ልጄ ዚብልግና ምስሎቜና ጜሑፎቜ ለማዚት እንዲፈተን ዚሚያደርገው ምን ሊሆን ይቜላል?
ንርእስኻ ኾምዚ ኢልካ ሕተትፊ ውሉደይ ስእለ ጜዩፍ ኪርኢ እንታይ ፈተና ኪቐርበሉ ይኜእል፧
3,885

3,886
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ በጣም አደገኛ ዚሆኑበትን ምክንያት ያውቃል?
ስእለ ጜዩፍ ስለምንታይ ኣዝዩ ሓደገኛ ኾም ዝዀነ ይፈልጥዶ፧
3,887
tg_am
ስእለ ጜዩፍ ስለምንታይ ኣዝዩ ሓደገኛ ኾም ዝዀነ ይፈልጥዶ፧
እነዚህ ነገሮቜ በጣም አደገኛ ዚሆኑበትን ምክንያት ያውቃል?
3,888
am_tg
እንዲህ ዓይነት ነገሮቜን ለማዚት ቢፈተን መጥቶ ሊያነጋግሚኝ እንዲቜል በቀላሉ ዚምቀሚብ ነኝ?
ስእለ ጜዩፍ ኪርኢ እንተ ተፈቲኑ ሓገዝ ደልዩ ናባይ ምእንቲ ኺመጜእ፡ ተቐራቢ እዀነሉ ድዚ፧
3,889

3,890
am_tg
ልጆቻቜሁ ገና ትናንሜ እያሉም እንኳ እንዲህ ልትሏ቞ው ትቜላላቜሁፊ ሳታስበው ዚብልግና ድሚ ገጜ ብትኚፍትና ለማዚት ብትፈተን መጥተህ ንገሚኝ።
ውሉዳትካ ገና ንኣሜቱ ኾለዉ እኳ፡ ርኹስ ወብ ሳይት እንተ ኣጋጢሙካ እሞ ኜትርእዮ እንተ ተፈቲንካ፡ መጺእካ ኣዘራርበኒ።
3,891

3,892
am_tg
ፈጜሞ ልታፍር አይገባም።
በዚ ኜትሓፍር ዚብልካን።
3,893
tg_am
በዚ ኜትሓፍር ዚብልካን።
ፈጜሞ ልታፍር አይገባም።
3,894
am_tg
ዚእኔ ፍላጎት አንተን መርዳት ነው።
ክሕግዘካ እዚ ዝደሊ ኜትብሎም ትኜእል ኢኻ።
3,895
tg_am
ክሕግዘካ እዚ ዝደሊ ኜትብሎም ትኜእል ኢኻ።
ዚእኔ ፍላጎት አንተን መርዳት ነው።
3,896
am_tg
አስተዋይ መሆናቜሁ ዚራሳቜሁን መዝናኛም በጥንቃቄ ለመምሚጥ ያስቜላቜኋል።
ልቊናኻ ምስ እትጥቀም እውን፡ መዘናግዒኻ ተጠንቂቕካ ኜትመርጜ ኢኻ።
3,897

3,898
am_tg
ፕራናስ ዚተባለ አንድ አባት እንዲህ ብሏልፊ እኛ ወላጆቜ ኚሙዚቃ፣ ኚፊልሞቜ ወይም ኚመጻሕፍት ጋር በተያያዘ ዹምናደርገው ምርጫ ለቀተሰባቜን ምሳሌ ይሆናል።
ፕራናስ፡ ግቡእ ኢልና እንርእዮ ሙዚቃ፡ ፊልምታት፡ ወይ መጻሕፍቲ ንስድራ ቀትና ኣብነት ይኾውን እዩ።
3,899