Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,700
am_tg
በዛሬው ጊዜ ይሖዋን በመንፈስና በእውነት ዚሚያመልኩ ሁሉ እንዲህ ዓይነት ዚትሕትናና ዚታዛዥነት መንፈስ ለማሳዚት ይጥራሉ።
ሎሚ፡ ኵሎም እቶም ንዹሆዋ ብመንፈስን ብሓቅን ዜምልኜዎ፡ ተመሳሳሊ ትሕትናን ተገዛእነትን ዚርእዩ እዮም።
3,701
tg_am

3,702
am_tg
ይሖዋን፣ አባታቜን ብለው መጥራትና እሱን እንደ ሾክላ ሠሪያ቞ው ቆጥሚው ለእሱ መገዛትን እንደ ታላቅ መብት ይመለኚቱታል።
ንዹሆዋ ኾም ኣቊኊም ምጜዋዖምን ኹም ዚቐርጟም ሰራሕ ካይላ ዚግዝእዎ ምዃኖምን ኹም ክብሪ እዮም ዚርእይዎ።
3,703

3,704
am_tg
በቅንዓትና በጥላቻ ዚተሞሉት ዚዮፍታሔ ወንድሞቜ ዚበኩር ልጅ በመሆኑ ሊያገኝ ዚሚገባውን መብት በመኹልኹል ኚአባቱ ቀት አባሚውታል።
እቶም ብኣቊ ኣሕዋት ይፍታሕ፡ ብቕንእን ብጜልእን ተላዒሎም፡ ኹም በዅሪ መጠን ዚግብኊ ርስቲ ኞልኚልዎ።
3,705

3,706
am_tg
ይሁንና ዮፍታሔ፣ እንዲሚዳ቞ው ያቀሚቡትን ልመና ሰምቶ ሚድቷ቞ዋል።
ንሱ ግና ኪሚድኊም ንዘቕሚቡሉ ልማኖ ተቐቢሉ፡ ኚይዱ ሚድኊም።
3,707

3,708
am_tg
ዮፍታሔ ኚሌሎቜ ሰዎቜ ጋር ኹተፈጠሹው ግጭት ይልቅ ትልቅ ቊታ ዹሰጠው ዹይሖዋን ስም ለማስኚበር ሲል ለሚያደርገው ውጊያ ነው።
ኣብ ኣዒንቲ ይፍታሕ፡ ንስም ዹሆዋ ንምክልኻል ዚግበር ቃልሲ፡ ካብ ብሕታዊ ግጭት ዚዛይድ ኣገዳስነት ነበሮ።
3,709

3,710
am_tg
ምንጊዜም በይሖዋ ለመታመን ቁርጥ ውሳኔ አድርጎ ነበርፀ ይህ ደግሞ ለእሱም ሆነ ለሌሎቜ በሚኚት አምጥቷል።
ንዹሆዋ እሙን ንምዃን ቈሪጹ ነበሚ፣ እዚ ኞኣ ንዕኡን ንኻልኊትን ጜቡቕ ነገር ኣፍሚዚ።
3,711

3,712
am_tg
ዮፍታሔ ኹተወው ምሳሌ ምን ትምህርት እናገኛለን?
ኣብነት ይፍታሕ ንልብና ኺትንክዮ ኜንፈቅድ ዲና፧
3,713
tg_am
ኣብነት ይፍታሕ ንልብና ኺትንክዮ ኜንፈቅድ ዲና፧
ዮፍታሔ ኹተወው ምሳሌ ምን ትምህርት እናገኛለን?
3,714
am_tg
ምናልባት አንዳንድ ወንድሞቜ ቅር አሰኝተውን ወይም ተገቢ ያልሆነ ነገር አድርገውብን ይሆናል።
ምናልባት ብገሊኊም ክርስትያን ኣሕዋትና ጕሂና ወይ ተገፊዕና ንኞውን።
3,715

3,716
am_tg
በዚህ ጊዜ፣ በክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ ላይ ኚመገኘት ወይም ኚጉባኀው ጋር ሙሉ በሙሉ ኚመተባበርና ይሖዋን ኹማገልገል ወደኋላ ማለት አይኖርብንም።
ኚምኡ እንተ ኣጋጢሙና፡ እዚ ብድሆታት እዚ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኌባታት ኹም ዘይንእኚብ፡ ንዹሆዋ ኾም ዘይነገልግሎ፡ ወይ ምስ ጉባኀና ምሉእ ብምሉእ ኹም ዘይንሓብር ዚገብር ዕንቅፋት ኪኞውን ኚነፍቅድ ኣይግባእን።
3,717

3,718
am_tg
እኛም እንደ ዮፍታሔ፣ እንዲህ ያሉ አስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜን ለማሾነፍና መልካም ነገር ማድሚጋቜንን ለመቀጠል ዚመጜሐፍ ቅዱስን መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ መኹተል ይኖርብናል።
ኣብነት ይፍታሕ ብምስዓብ፡ ብስርዓታት ኣምላኜ ንሕማቕ ኵነታት ክንሰግርን ሰናይ ንምግባር ክንድሚኜን ንኜእል ኢና።
3,719

3,720
am_tg
መጜናት ዚሚያስፈልገን ለጊዜው ብቻ ሳይሆን እስኚ መጚሚሻው ነው።
ንግዜኡ ዘይኰነስ፡ ክሳዕ መወዳእታ ኜንጻወር ኣሎና።
3,721

3,722
am_tg
ይህን በምሳሌ ለማስሚዳት፣ አደጋ ዚደሚሰባትን መርኚብ እንውሰድ።
ነዚ ብምሳሌ ንምርዳእፊ እተገልበጠት መርኚብ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣል።
3,723

3,724
am_tg
ተሳፋሪዎቹ በሕይወት ለመትሚፍ ኹፈለጉ እዚዋኙ ወደ ዳርቻው መሄድ አለባ቞ው።
እቶም ተጐዓዝቲ ህይወቶም ንምድሓን ሓምቢሶም ናብ ምድሪ ኺወጹ ኣለዎም።
3,725

3,726
am_tg
ወደ ዳርቻው ለመድሚስ ጥቂት ሲቀሚውም ሆነ ገና መሃል ላይ እያለ ተስፋ ዹቆሹጠ ተሳፋሪ ዚሚያጋጥማ቞ው ነገር ተመሳሳይ ነው።
እቲ ናብ ምድሪ ቝሩብ ምስ ተሹፎ ዚሕለል ሓምባሳይ፡ ምስቲ ብኣጋኡ ዝሕለል ሓምባሳይ ብማዕሚ እዩ ዚጥሕል።
3,727

3,728
am_tg
እኛም ብንሆን ወደ አዲሱ ዓለም እስክንገባ ድሚስ ለመጜናት ቆርጠናል።
ብተመሳሳሊ፡ ናብ ሓዳስ ዓለም ክሳዕ እንበጜሕ ክንጻወር ቈሪጜና ኢና።
3,729

3,730
am_tg
ሕይወት ማግኘታቜን ዚተመካው በመጜናታቜን ላይ ነው።
ህይወትና ኣብ ተጻዋርነትና እተመርኰሰ እዩ።
3,731
tg_am
ህይወትና ኣብ ተጻዋርነትና እተመርኰሰ እዩ።
ሕይወት ማግኘታቜን ዚተመካው በመጜናታቜን ላይ ነው።
3,732
am_tg
ተስፋ አንቆርጥም በማለት ሁለት ጊዜ እንደተናገሚው እንደ ሐዋርያው ጳውሎስ ዓይነት አመለካኚት አለን።
ኚምቲ ኜልተ ሳዕ፡ ኣይንሕለልን ኢና ዝበለ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝነበሮ ኣሚኣእያ እዩ ዘሎና።
3,733

3,734
am_tg
ይሖዋ እስኚ መጚሚሻው ድሚስ መጜናት እንድንቜል እንደሚሚዳን ፈጜሞ አንጠራጠርም።
ክሳዕ መወዳእታ ኜንጻወር ዹሆዋ ኾም ዚሕግዘና ምሉእ እምንቶ ኞነሕድር ንኜእል ኢና።
3,735

3,736
am_tg
ላይ ጳውሎስ ዹተናገሹውን ሐሳብ እንጋራለንፀ ጥቅሱ እንዲህ ይላል፩ በወደደን በእሱ አማካኝነት እነዚህን ነገሮቜ ሁሉ ሙሉ በሙሉ በድል አድራጊነት እንወጣለን።
ምስቲ ኣብ ዘሎ ጳውሎስ ኹምዚ ዚስዕብ ኢሉ ዝገለጟ እምንቶ ንሰማማዕ ኢናፊ በቲ ዘፍቀሹና ምሉእ ብምሉእ ንስዕር ኢና።
3,737

3,738
am_tg
ምክንያቱም ሞትም ቢሆን፣ ሕይወትም ቢሆን፣ መላእክትም ቢሆኑ፣ መንግሥታትም ቢሆኑ፣ አሁን ያሉት ነገሮቜም ቢሆኑ፣ ወደፊት ዚሚመጡት ነገሮቜም ቢሆኑ፣ ማንኛውም ኃይል ቢሆን፣ ኚፍታም ቢሆን፣ ዝቅታም ቢሆን፣ ሌላ ማንኛውም ፍጥሚት ቢሆን በጌታቜን በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ኹተገለጾው ዹአምላክ ፍቅር ሊለዹን እንደማይቜል ሙሉ በሙሉ እርግጠኛ ነኝ።
ኚመይሲ፡ ሞት ኰነ፡ ህይወት ኰነ፡ መላእኜቲ ዀኑ፡ መንግስትታት ኰኑ፡ ዘሎ ዀነ፡ ዚመጜእ ኰነ፡ ሓይልታት ኰነ፡ ልዕል ዝበለ ዀነ፡ ትሕት ዝበለ ዀነ፡ ካልእ ፍጥሚት እውን እንተ ዀነ፡ ካብታ ኣብ ክርስቶስ ዚሱስ ጐይታና ዘላ ፍቕሪ ኣምላኜ ኪፈልዚና ኾም ዘይክእል፡ ርግጾኛ እዚ።
3,739

3,740
am_tg
ክርስቲያናዊ ዚገለልተኝነት አቋማቜንን እንድናላላ ሊያደርጉ ዚሚቜሉ ሁኔታዎቜን ማስተዋልና ማሾነፍ እንድንቜል ዚሚያስፈልገውን ጥበብ እንዲሰጠን ይሖዋን እንጠይቅ።
ክርስትያናዊ ገለልትነትካ ኾም እትጥሕስ ኪገብሚካ ዚኜእል ኵነታት ኣለሊኻ ኜትሰግሮ ዚሕግዝ ጥበብ ኪህበካ ንዹሆዋ ኜትልምኖ ትኜእል ኢኻ።
3,741

3,742
am_tg
ለእውነተኛው አምልኮ ቆራጥ አቋም በመያዛቜን ምክንያት ብንታሰር ወይም ሌላ ዓይነት ቅጣት ቢደርስብን ደግሞ እምነታቜንን በድፍሚት ለማስሚዳትና ዚሚመጣብንን ማንኛውንም ስደት በጜናት ለመቋቋም ዚሚያስቜል ብርታት እንዲሰጠን ወደ ይሖዋ እንጞልይ።
ንናይ ሓቂ ኣምልኟ ብዘሎካ ጜኑዕ መትኚል እንተ ተኣሲርካ ወይ ተቐጺዕካ፡ ንእምነትካ ብትብዓት ምእንቲ ኜትጣበቐሉን ንዚመጞካ ዝዀነ ይኹን መስጐጕቲ ምእንቲ ኜትጻወርን፡ ብርታዐ ንምርካብ ጞሊ።
3,743

3,744
am_tg
ይሖዋ በቃሉ አማካኝነት ሊያበሚታህ ይቜላል።
ዹሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ ኌበርትዓካ ይኜእል እዩ።
3,745
tg_am
ዹሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ ኌበርትዓካ ይኜእል እዩ።
ይሖዋ በቃሉ አማካኝነት ሊያበሚታህ ይቜላል።
3,746
am_tg
ፈተና ሲያጋጥምህ ዚገለልተኝነት አቋምህን ለመጠበቅ ሊሚዱህ በሚቜሉ ጥቅሶቜ ላይ አሰላስል።
ነቲ ኣብ ትሕቲ ፈተና ገለልትነትካ ንምሕላው ዚሕግዘካ ጥቕስታት ኣስተንትነሉ።
3,747

3,748
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ማግኘት ዚማትቜልበት አጋጣሚ ቢፈጠር ኚእነዚህ ጥቅሶቜ ማበሚታቻ ማግኘት እንድትቜል ጥቅሶቹን በቃልህ ለመያዝ ሞክር።
ደሓር መጜሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘይትሚኜበሉ እዋን ምእንቲ ኌጜንዓካ ድማ፡ ካብ ሕጂ ሞምድዶ።
3,749

3,750
am_tg
በተጚማሪም መጜሐፍ ቅዱስ፣ ዹአምላክ መንግሥት ወደፊት ስለሚያመጣ቞ው በሚኚቶቜ ያለን ተስፋ እውን ሆኖ እንዲታዚን ይሚዳናል።
ቃል ኣምላኜ ነቲ ብዛዕባ በሚኞት መንግስቲ ኣምላኜ ዘሎና ተስፋ እውን ኬደልድሎ ይኜእል እዩ።
3,751

3,752
am_tg
ስደት ሲደርስብን መጜናት እንድንቜል ይህ ተስፋ ያስፈልገናል።
መስጐጕቲ ኜንጻወር እንተ ዄንና፡ እዚ ተስፋ እዚ ኣገዳሲ እዩ።
3,753
tg_am
መስጐጕቲ ኜንጻወር እንተ ዄንና፡ እዚ ተስፋ እዚ ኣገዳሲ እዩ።
ስደት ሲደርስብን መጜናት እንድንቜል ይህ ተስፋ ያስፈልገናል።
3,754
am_tg
ስለምትጓጓላ቞ው በሚኚቶቜ በሚገልጹ ጥቅሶቜ ላይ አሰላስልፀ በገነት ውስጥ እነዚህን በሚኚቶቜ ስታገኝ ዹሚኖሹውን ሁኔታ በዓይነ ሕሊናህ ለመሳል ሞክር።
ብዛዕባ እቲ ኜትሚኜቊ እትደሊ በሚኞት ዚገልጜ ጥቕስታት ሕሹ እሞ፡ ነቲ በሚኞት እቲ ኣብ ገነት ኹም እትሚኜቊ ጌርካ ብኣእምሮኻ ስኣሎ።
3,755

3,756
am_tg
በምድር ላይ ያሉ ዹይሖዋ ታማኝ አገልጋዮቜን ወይም ምሥክሮቹን ያቀፈ አንድ ልዩ ድርጅት አለ።
ኣብ ምድሪ ዘለዉ እሙናት ኣገልገልቲ ዚሆዋ፡ ማለት መሰኻኜሩ፡ ፍልይቲ ውድብ ኣቚሞም እዮም።
3,757

3,758
am_tg
እርግጥ ነው፣ እነዚህ ሰዎቜ ፍጜምና ዹጎደላቾው በመሆናቾው ስህተት ይሠራሉ።
ኣባላት እታ ውድብ እቲኣ ዘይፍጹማትን ጕድለታት ዘለዎምን ምዃኖም ንጹር እዩ።
3,759

3,760
am_tg
ያም ሆኖ አምላክ፣ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ዓለም አቀፉን ጉባኀ በመባሚክ እያደገና እዚተጠናኚሚ እንዲሄድ አድርጓል።
ምስናይዚ ግና፡ ናይ ኣምላኜ መንፈስ ቅዱስ ነዛ ዓለምለኻዊት ጉባኀ ኾም እትስስንን ኹም እትብልጜግን ኪገብር ጾኒሑ እዩ።
3,761

3,762
am_tg
ዹዚህ ሥርዓት ዚመጚሚሻ ቀናት በ1914 ሲጀምሩ በምድር ላይ ዚነበሩት ዹአምላክ አገልጋዮቜ በአንጻራዊ ሁኔታ ትንሜ ነበሩ።
ብ1914 ዳሕሮት መዓልትታት እዚ ስርዓት እዚ ኣብ ዝጀመሹሉ እዋን፡ ኣብ ምድሪ ዝነበሩ ኣገልገልቲ ኣምላኜ ብተዛማዲ ሒደት እዮም ነይሮም።
3,763

3,764
am_tg
ይሁንና ይሖዋ ዚስብኚቱን ሥራ቞ውን ባርኮታል።
ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ንዕዮ ስብኚቶም ባሪኜዎ እዩ።
3,765
tg_am
ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ንዕዮ ስብኚቶም ባሪኜዎ እዩ።
ይሁንና ይሖዋ ዚስብኚቱን ሥራ቞ውን ባርኮታል።
3,766
am_tg
በቀጣዮቹ አሥርተ ዓመታት በሚሊዮኖቜ ዚሚቆጠሩ ሰዎቜ ዚመጜሐፍ ቅዱስን እውነት ተምሹው ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ሆነዋል።
ኣብቲ ቐጺሉ ዝነበሹ ዓመታት፡ ብሚልዮናት ዚቝጞሩ ሓደስቲ ሰባት ናይ መጜሓፍ ቅዱስ ሓቂ ተማሂሮም፡ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኰይኖም እዮም።
3,767

3,768
am_tg
ይሖዋ ይህን አስደናቂ እድገት በተመለኹተ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ኹተናገሹ በኋላ እኔ ይሖዋ፣ ይህን በራሱ ጊዜ አፋጥነዋለሁ ብሏል።
ዹሆዋ ብዛዕባ እዚ ዜደንቕ ዕቀት እዚ፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድሕሪ ምዝራቡ፡ ኣነ ዹሆዋ ነዚ ብግዜኡ ኞፍጥኖ እዚ ብምባል ተነብዩ ነይሩ እዩ።
3,769

3,770
am_tg
ይህ ትንቢት በእነዚህ ዚመጚሚሻ ቀናት ፍጻሜውን እንዳገኘ በግልጜ ማዚት ይቻላል።
እዚ ትንቢት እዚ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልታት ይፍጾም ኣሎ።
3,771

3,772
am_tg
ዹይሖዋ ሕዝቊቜ እንደ አንድ ታላቅ ብሔር ሆነዋልፀ እንዲያውም በአሁኑ ወቅት፣ በምድር ላይ ካሉት ዹአምላክ ሕዝቊቜ አጠቃላይ ቁጥር ያነሰ ዚሕዝብ ብዛት ያላ቞ው በርካታ አገራት አሉ።
ኣብ ምድሪ ዘሎ ቝጜሪ ህዝቢ ኣምላኜ፡ ካብ ቍጜሪ ህዝቢ ሓያሎ ሃገራት ይበዝሕ።
3,773

3,774
am_tg
ኢዚሱስ፣ በሰማይ ያለው አባቱ ለወፎቜ ዚሚያስፈልጋ቞ውን ነገር እያሟላ ዹሰው ልጆቜን መሠሚታዊ ፍላጎት ቜላ ይላል ብሎ ማሰብ ፈጜሞ ዚማይመስል ነገር እንደሆነ ተሰምቶታል።
ብዓይኒ ዚሱስ፡ እቲ ሰማያዊ ኣቊኡ ንኣዕዋፍ ኹምዚ ገይሩ ዚምግበን ካብ ኰነ፡ ንደቂ ሰብ ዜድልዮም መሰሚታዊ ነገራት ኹይሓለዹ ኺተርፍ ዘይመስል እዩ ነይሩ።
3,775

3,776
am_tg
እርግጥ ነው፣ አምላክ ምግቡን አፋቜን ላይ አያደርግልንምፀ ምግባቜንን ለማግኘት ማሚስ አሊያም እህሉን ለመግዛት ዚሚያስቜለንን ገንዘብ ለማግኘት መሥራት ይኖርብናልፀ ይሖዋም ዹምናደርገውን ጥሚት ይባርክልናል።
ዹሆዋ ንዓና ዘዹዀልሰና እኳ እንተ ዀነ፡ እኜሊ ንምብቋል ወይ ንመዓልታዊ ቐለብና ዚኾውን ገንዘብ ንምርካብ እንገብሮ ጻዕርታት ይባርኟ እዩ።
3,777

3,778
am_tg
ኹተቾገርን ደግሞ ሌሎቜ ያላ቞ውን እንዲያካፍሉን ሊያነሳሳ቞ው ይቜላል።
ካልኊት ዘለዎም ኬካፍሉና እውን ኪድርኟም ይኜእል እዩ።
3,779

3,780
am_tg
ኢዚሱስ ዹሰማይ ወፎቜ መጠለያ ስለሚያገኙበት መንገድ ባይጠቅስም ይሖዋ፣ ጎጇቾውን ለመሥራት ዚሚያስቜላ቞ውን ቜሎታና ዚሚያስፈልጓ቞ውን ነገሮቜ ሰጥቷ቞ዋል።
ዚሱስ ብዛዕባ እቲ ኣዕዋፍ ሰማይ ዚነብራሉ መጜለሊ ኣይጠቐሰን፣ እንተዀነ ግና፡ ዹሆዋ ንኣዕዋፍ፡ ሰፈሹን ኪሰርሓ ዜድልዚን ባህሚታዊ ኜእለትን ናውትን ኹም ዝሃበን ፍሉጥ እዩ።
3,781

3,782
am_tg
ይሖዋ፣ እኛም በተመሳሳይ ቀተሰባቜንን ዚምናስጠልልበት ጎጆ እንድናገኝ ይሚዳናል።
ብተመሳሳሊ፡ ንስድራ ቀትና ዜድልዚና እኹል ቀት ንምርካብ፡ ዹሆዋ ኺሕግዘና ይኜእል እዩ።
3,783

3,784
am_tg
ኢዚሱስ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ዚተናገሚው፣ ኚጥቂት ጊዜ በኋላ ሕይወቱን ለሰው ልጆቜ አሳልፎ እንደሚሰጥ በአእምሮው ይዞ መሆን አለበት።
ዚሱስ ነተን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዚርኚባ ቓላት ኪብል ኚሎ፡ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ህይወቱ ኣብ ክንዲ ደቂ ሰብ ኹም ዚህብ ይሓስብ ነይሩ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
3,785

3,786
am_tg
ጋር አወዳድር።
—ምስ ኣሚኣኢ።
3,787
tg_am
—ምስ ኣሚኣኢ።
ጋር አወዳድር።
3,788
am_tg
ኢዚሱስ ዹሞተው ለሰማይ ወፎቜ ሳይሆን እኛ ዹሰው ልጆቜ ዹዘላለም ሕይወት እንድናገኝ ነው።
ዚሱስ ንኣዕዋፍ ሰማይ ኣይሞተለንን፣ መወዳእታ ዘይብሉ ህይወት ምእንቲ ኜንሚክብ፡ ምእንታና እዩ ሞይቱ።
3,789

3,790
am_tg
ሰርዥ እና ባለቀቱ ሚውሪዬል በሌላ ቋንቋ በሚመራ ጉባኀ ውስጥ ኚሊስት ዓመት በላይ ካገለገሉ በኋላ፣ ዹ17 ዓመት ልጃቾው በቲኊክራሲያዊ እንቅስቃሎዎቜ መካፈል እንደማያስደስተው አስተዋሉ።
ሰርዥን ሰበይቱ ምዩሪዚልን ኣብ ቋንቋ ወጻኢ ሰለስተ ዓመት ድሕሪ ምግልጋሎም፡ ወዲ 17 ዓመት ወዶም ብቲኊክራስያዊ ንጥፈታቱ ሕጉስ ዘይምዃኑ ኣስተብሂሎም።
3,791

3,792
am_tg
ሰርዥ እንዲህ ብሏልፊ ይህ ሁኔታ ልጃቜን መንፈሳዊ እድገት እንዳያደርግ እንቅፋት እንደሆነበት ስናስተውል ወደ ቀድሞ ጉባኀያቜን ለመመለስ ወሰንን።
ሰርዥ፡ እዚ ዅነታት እዚ ንወድና መንፈሳዊ ዕቀት ኚይገብር ዕንቅፋት ኹም ዝዀኖ ምስ ፈለጥና፡ ናብ ናይ ቀደም ጉባኀና ኜንምለስ ወሲንና ኢሉ ይገልጜ።
3,793

3,794
am_tg
ወላጆቜ ወደ ቀድሞ ጉባኀያ቞ው ለመመለስ እንዲወስኑ ዚሚያደርጋ቞ው ምን ሊሆን ይቜላል?
ወለዲ፡ ኚምኡ ንምግባር እንታይ ሚቛሒታት ኪድርኟም ይኜእል፧
3,795

3,796
am_tg
በመጀመሪያ ደሚጃ፣ በአንድ በኩል ልጆቻ቞ው ይሖዋን እንዲወዱ እዚሚዱ በሌላ በኩል ደግሞ ለልጆቻ቞ው አዲስ ቋንቋ ለማስተማር ዚሚያስፈልገው ጊዜና ኃይል ያላ቞ው መሆኑን መመርመር ይኖርባ቞ዋል።
ቀዳማይ፡ ንደቆም ቋንቋ ወጻኢ እናመሃሩ፡ ኣብ ልቩም ፍቕሪ ዹሆዋ ንምስራጜ እኹል ግዜን ዓቕምን እንተ ኣልይዎም ኪሓስቡሉ ኣለዎም።
3,797

3,798
am_tg
ሁለተኛ፣ ልጆቻ቞ው ለመንፈሳዊ ነገሮቜ ያላ቞ው ጉጉት እንደቀነሰ አሊያም በሌላ ቋንቋ በሚመራ ጉባኀ ውስጥ ለማገልገል ፍላጎት እንደሌላ቞ው ይገነዘቡ ይሆናል።
ካልኣይ፡ ደቆም ንመንፈሳዊ ንጥፈታት ወይ ንቛንቋ ወጻኢ ተገዳስነት ኹም ዘይብሎም ዚስተብህሉ ይዀኑ።
3,799