Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
600
am_tg
ምክንያቱም አብዛኛውን ጊዜ፣ ዚፈራነውን ያህል መጥፎ ነገር ላይደርስ ይቜላል።
መብዛሕትኡ ግዜ፡ ኚምቲ ዝፈራህናዮ ኞዚጋጥም ይኜእል እዩ።
601
tg_am

602
am_tg
በተጚማሪም ዚሚያስጚንቅህን ነገር ሁሉ ልትጥልበት ኚምትቜለው አምላክ ቁጥጥር ውጪ ዹሆነ ምንም ነገር ዚለም።
ብዘይካዚ፡ ኣምላኜ ኪቈጻጞሮ ዘይክእል ኵነታት ስለ ዘዚሎ፡ ንጭንቀትካ ናብኡ ኜትድርብዮ ትኜእል ኢኻ።
603

604
am_tg
አምላክ ታማኞቹን እንደሚባርክ ብሎም ኚቀድሞ ሕይወታ቞ው እንዲሁም አሁን ካሉበትና ወደፊት ሊያጋጥማ቞ው ኚሚቜለው ሁኔታ ጋር በተያያዘ ዹሚሰማቾውን ጭንቀት ለመቋቋም እንደሚሚዳ቞ው እርግጠኛ ሁን።
ኣምላኜ ንእሙናቱ ዓስቢ ኾም ዚህቊም፡ ንዝሓለፈን ንናይ ሎምን ንናይ መጻእን ጭንቀት ኪዋጜእሉ ድማ ኹም ዚሕግዞም ርግጾኛ ኜትኚውን ትኜእል ኢኻ።
605

606
am_tg
ኢዮሳፍጥ ልክ እንደ አባቱ እንደ አሳ ሕዝቡ ይሖዋን እንዲፈልግ አበሚታቷል።
ዮሳፋጥ ልክዕ ኹም ኣቊኡ ኣሳ፡ ነቶም ህዝቢ ንዹሆዋ ኺደልይዎ ኣተባብዖም።
607

608
am_tg
ዹይሖዋን ሕግ መጜሐፍ ዚሚያስተምሩ ሰዎቜን ወደ ይሁዳ ኚተሞቜ ልኳል።
መጜሓፍ ሕጊ ዹሆዋ ተጠቒሙ ኞኣ ብወፈራ ንህዝቡ ምሂሩ እዩ።
609

610
am_tg
ኹዚህም በላይ ሰሜናዊው ዚእስራኀል መንግሥት በሚያስተዳድሚው ክልል ይኾውም በተራራማው ዚኀፍሬም ምድር ዹሚኖሹውን ሕዝብ እንኳ ወደ ይሖዋ ለመመለስ እዚያ ድሚስ ሄዷል።
ኣብ ክሊ እታ ሰሜናዊት መንግስቲ እስራኀል ናብ ዝነበሹ ኣኜራን ኀፍሬም ኚይዱ እውን ነቶም ህዝቢ ናብ ዹሆዋ ኪመልሶም ጜዒሩ እዩ።
611

612
am_tg
በዛሬው ጊዜ ይሖዋ ታላቅ ዚማስተማር ዘመቻ እያካሄደ ሲሆን ሁላቜንም በዚህ ሥራ መካፈል እንቜላለን።
ኵላትና ኣብዚ ሎሚ ዹሆዋ ዚመርሖ ዘሎ ዓብዪ ወፈራ ስብኚት ክንካፈል ንኜእል ኢና።
613

614
am_tg
በዚወሩ ሌሎቜን ስለ አምላክ ቃል በማስተማር ይሖዋን ለማገልገል እንዲነሳሱ ዚመርዳት ግብ አለህ?
ኣብ ወወርሒ ንኻልኊት ቃል ኣምላኜ ክትምህሮምን ንኣምላኜ ምእንቲ ኌገልግሉ ልቩም ኹተለዓዕልን ሞቶኻ ድዩ፧
615

616
am_tg
አንተ በምታደርገው ጥሚት ላይ ዹይሖዋ በሚኚት ታክሎበት ሰዎቜን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥናት ማስጀመር ትቜል ይሆናል።
ዝኚኣለካ ዘበለ ምስ እትገብር፡ ብሓገዝ ኣምላኜ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ ኹተጀምር ትኜእል ኢኻ።
617

618
am_tg
እዚህ ግብ ላይ ለመድሚስ ወደ ይሖዋ ትጞልያለህ?
እሞኞ ብዛዕባ እዚ ትጜሊ ዲኻ፧
619
tg_am
እሞኞ ብዛዕባ እዚ ትጜሊ ዲኻ፧
እዚህ ግብ ላይ ለመድሚስ ወደ ይሖዋ ትጞልያለህ?
620
am_tg
ኚራስህ ጊዜ ላይ ዹተወሰነውን መሥዋዕት አድርገህም እንኳ ቢሆን ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥናት ለመምራት ፈቃደኛ ነህ?
ግዜ ዕሚፍትኻ እውን ሰዊእካ ኣብዚ ዕዮ እዚ ኜትካፈል ትኜእልዶ፧
621

622
am_tg
ኢዮሳፍጥ፣ ሕዝቡን ወደ እውነተኛው አምልኮ ለመመለስ ወደ ኀፍሬም ክልል እንደሄደ ሁሉ እኛም ኚጉባኀ ዚራቁትን ለመርዳት ጥሚት ማድሚግ እንቜላለን።
ኚምቲ ዮሳፋጥ ናብ ክሊ ኀፍሬም ኚይዱ ነቶም ህዝቢ ናብ ዹሆዋ ኺመልሶም ዝጞዓሚ፡ ነቶም ዘይንጡፋት ንምሕጋዝ ክንጜዕር ንኜእል ኢና።
623

624
am_tg
አምላክ ዚግለሰቊቜን ጀንነት ዚሚነካ እርምጃ መውሰድ እንደሚቜል ጥያቄ ዚለውም።
ኣምላኜ ንጥዕና ሰባት ናይ ምጜላው ሓይሊ ኾም ዘለዎ ኣዚጠራጥርን እዩ።
625

626
am_tg
እንዲህ ዚማድሚግ ኃይል እንዳለው መጜሐፍ ቅዱስ ያሚጋግጥልናል።
መጜሓፍ ቅዱስ ነዚ ዹሹጋግጾልና እዩ።
627
tg_am
መጜሓፍ ቅዱስ ነዚ ዹሹጋግጾልና እዩ።
እንዲህ ዚማድሚግ ኃይል እንዳለው መጜሐፍ ቅዱስ ያሚጋግጥልናል።
628
am_tg
ለምሳሌ በአብርሃም ዘመን ዹነበሹውን ፈርዖንን እና ኹጊዜ በኋላ ደግሞ ዹሙሮን እህት ሚርያምን እንዲታመሙ በማድሚግ ቀጥቷ቞ዋል።
ኣብ ገሊኡ እዋናት፡ ንገሊኩም ሰባት፡ ንኣብነት ነቲ ብግዜ ኣብርሃም ዝነበሹ ፈርኩንን ንሚርያም ሓብቲ ሙሮን ብሕማም ቀጺዕዎም እዩ።
629

630
am_tg
እስራኀላውያን ታማኝ ካልሆኑ በሜታዎቜን ወይም መቅሰፍቶቜን ሁሉ በማምጣት እንደሚቀጣ቞ው አምላክ አስጠንቅቋ቞ው ነበር።
እስራኀላውያን ዘይእሙናት እንተ ዀይኖም፡ ኵሉ ሕማምን መዓትን ኹም ዜምጜኣሎም ኣጠንቂቕዎም እዩ።
631

632
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ ይሖዋ በሜታን ማስወገድ ወይም ሕዝቡ እንዳይታመሙ ጥበቃ ማድሚግ ይቜላል።
በቲ ኻልእ ሞነኜ ድማ፡ ዹሆዋ ንሕማም ኬርሕቖ ይኜእል እዩ።
633

634
am_tg
በተጚማሪም ሰዎቜን መፈወስ ይቜላል።
ብዘይካዚ፡ ንዝሓመሙ እውን ኬሕዊ ይኜእል እዩ።
635
tg_am
ብዘይካዚ፡ ንዝሓመሙ እውን ኬሕዊ ይኜእል እዩ።
በተጚማሪም ሰዎቜን መፈወስ ይቜላል።
636
am_tg
ኢዮብ ሞትን እስኪመኝ ድሚስ በጠና ታሞ ዹነበሹ ቢሆንም አምላክ ፈውሶታል! አምላክ ዚታመመን ሰው ዚመፈወስ ኃይል እንዳለው ጥርጥር ዚለውም።
እዮብ ሞት ክሳዕ ዚምነ ምስ ሓመመ፡ ኣምላኜ ኣሕውይዎ እዩ! እወ፡ ኣምላኜ ጣልቃ ኣትዩ ንሕሙም ንምሕዋይ ዜኜእል ሓይሊ ኾም ዘለዎ ኣዚጠራጥርን እዩ።
637

638
am_tg
ልጁም ተመሳሳይ ኃይል አለው።
ወዱ እውን ኚምኡ ዓይነት ሓይሊ ኣለዎ።
639
tg_am
ወዱ እውን ኚምኡ ዓይነት ሓይሊ ኣለዎ።
ልጁም ተመሳሳይ ኃይል አለው።
640
am_tg
ኢዚሱስ ዚሥጋ ደዌ ወይም ዚሚጥል በሜታ ያለባ቞ውን እንዲሁም ዓይነ ስውር አሊያም ሜባ ዹሆኑ ሰዎቜን በተአምራዊ መንገድ እንደፈወሰ መጜሐፍ ቅዱስ ይናገራል።
ዚሱስ ብተኣምራዊ መገዲ ድዉያትን ሕማም ምንፍርፋር ዘለዎምን ዕዉራትን ልሙሳትን ኹም ዘሕወዹ ነንብብ ኢና።
641

642
am_tg
ኢዚሱስ ያኚናወና቞ው ፈውሶቜ በአዲሱ ዓለም በላቀ ሁኔታ ለሚያኚናውነው ነገር ቅምሻ እንደሆኑ ማወቅ ምንኛ ያበሚታታል።
እቲ ዚሱስ ንሕሙማት ብምሕዋይ ዝገበሮ ተግባር፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ብዝዓበዚ ደሹጃ ኺግበር ምዃኑ ምፍላጥና ብሓቂ ዜተባብዕ እዩ።
643

644
am_tg
ቅዱስ ለሆነው አምላካቜን፣ ለመንፈሳዊ ወንድሞቻቜንና እህቶቻቜን እንዲሁም በክልላቜን ላሉ ሰዎቜ ያለን አክብሮት ለምንሰብኚው መልእክትም ሆነ ለይሖዋ ክብር ዚሚያመጣ አለባበስ እንዲኖሚን ያነሳሳናል።
ነቲ ቕዱስ ኣምላኜናን ንመንፈሳውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ክልና ንዘለዉ ሰባትን ካብ ዘሎና ኣኜብሮት ተላዒልና፡ ነቲ ሒዝናዮ ዘሎና መልእኜቲ ዜማዕርግ፡ ንዹሆዋ ድማ ዜኜብር ክዳውንቲ ኜንክደን ኣሎና።
645

646
am_tg
በተለይ ደግሞ በክርስቲያናዊ እንቅስቃሎዎቜ ስንካፈል ለምሳሌ፣ ስብሰባዎቜ ላይ ስንገኝ ወይም ምሥራቹን ስንሰብክ ለአለባበሳቜን ትኩሚት መስጠት ይኖርብናል።
ምናዳ ኣብ ክርስትያናዊ ንጥፈታት ክንካፈል ኚለና፡ ንኣብነት ኣብ ኣኌባታት ክንእኚብ ወይ ኣብ ዕዮ ስብኚት ክንካፈል ኚለና፡ ነዚ ኣትኵሮ ኜንገብሚሉ ይግባእ።
647

648
am_tg
አለባበሳቜን ለአምላክ ያደርን ነን ለሚሉ ሰዎቜ ዚሚገባ መሆን ይኖርበታል።
ንኣምላኜ ተወፋይነት ንዘለዎም ኹም ዚግባእ ክንክደን ኣሎና።
649

650
am_tg
እርግጥ ነው፣ በአንዳንድ አካባቢዎቜ ተገቢ ዚሚባለው አለባበስ በሌሎቜ አካባቢዎቜ ተገቢ ላይሆን ይቜላል።
ልክዕ እዩ፡ ኣብ ገሊኡ ቊታ ግቡእ ዝዀነ ኜዳውንቲ፡ ኣብ ካልእ ቊታ ዘይግቡእ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
651

652
am_tg
በመሆኑም በዓለም ዙሪያ ዹሚገኙ ዹአምላክ ሕዝቊቜ ሌሎቜን ቅር ላለማሰኘት ሲሉ ዚአካባቢውን ባሕል ግምት ውስጥ ያስገባሉ።
ስለዚ፡ ኣብ ብዘላ ዓለም ዘለዉ ህዝቢ ዹሆዋ ንሰባት ቅር ዜብል ነገር ምእንቲ ኞይገብሩ፡ ነቲ ኣብ ኚባቢኊም ዘሎ ልምዲ ኣብ ግምት ኬእትዉ ኣለዎም።
653

654
am_tg
በትላልቅ ስብሰባዎቜ ላይ ስንገኝ አለባበሳቜን በዓለም ላይ ዹተለመደውን ወጣ ያለ ፋሜን ዚሚያንጞባርቅ ሳይሆን ተገቢና ልኹኛ ሊሆን ይገባል።
ኣብ ዓበይቲ ኣኌባታት ክንእኚብ ኚለና፡ ኣኚዳድናና ነቲ ኣብ ዓለም ልሙድ ዝዀነ ጠገለ ዘይብሉ ቕድታት ዘይኰነስ፡ ግቡእን ትሕትና ዜርእን ኪኞውን ኣለዎ።
655

656
am_tg
እንዲህ ካደሚግን ዹይሖዋ ምሥክሮቜ መሆናቜንን ለመናገር አንሞማቀቅም።
ኚምኡ ምስ እንገብር፡ ኹይተሰኹፍና ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኹም ዝዀንና ገሊጜና ኜንላለ ንኜእል ኢና።
657

658
am_tg
ለመመሥኚር ዚሚያስቜል አጋጣሚ ካገኘንም ነፃነት ተሰምቶን እንመሠክራለን።
እወ፡ ኣጋጣሚ ኪኜፈተልና ኞሎ፡ ንምምስካር ኣይክንሜቝሚርን ኢና።
659

660
am_tg
ጳውሎስ ዚእምነት ምሳሌ ዹሚሆኑ ዚተለያዩ ወንዶቜንና ሎቶቜን ኹዘሹዘሹ በኋላ ኹሁሉ ዹላቀ አርዓያ ስለሆነው ስለ ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ ተናግሯል።
ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም እምነት ዘርኣዩ ሰብኡትን ኣንስትን ምስ ገለጞ፡ ቀጺሉ ብዛዕባ እቲ ኻብ ኵሎም ብዝያዳ ብሉጜ ኣብነት ዝዀነና ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣጕልሐ።
661

662
am_tg
ኚፊቱ ለሚጠብቀው ደስታ ሲል፣ ዚሚደርስበትን ውርደት ኹምንም ሳይቆጥር በመኚራ እንጚት ላይ እስኚ መሞት ድሚስ ጞንቷልፀ እንዲሁም በአምላክ ዙፋን ቀኝ ተቀምጧል ይላል።
ኣብ ፡ ንሱ ሕፍሚት ንዒቑ፡ ስለቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ሓጐስ ኢሉ ጕንዲ ስቅያት ተጻዊሩ፡ ኣብ ዹማን ዝፋን ኣምላኜ ኚኣ ተቐሚጡ እዩ በለ።
663

664
am_tg
በእርግጥም፣ ኢዚሱስ በጣም ኚባድ ፈተናዎቜን በመቋቋም ዹተወውን ዚእምነት ምሳሌ በጥሞና ማሰብ ይኖርብናል።
እወ፡ ኣዝዩ ኞቢድ ፈተናታት ኬጋጥመና ኞሎ፡ ነቲ ዚሱስ ዝሓደጎ ብሉጜ ኣብነት እምነት ኚነስተብህለሉ ኣሎና።
665

666
am_tg
እንደ አንቲጳስ ያሉ በጥንት ዘመን ዚነበሩና ሰማዕት ዹሆኑ ክርስቲያኖቜ ዚኢዚሱስን ምሳሌ በመኹተል በንጹሕ አቋማቾው ጞንተዋል።
ኹም ኣንቲጳስ ዝኣመሰሉ ቐዳሞት ክርስትያናት እውን ኹም ዚሱስ ኣብ ንጜህናኊም ኣይተለማለሙን።
667

668
am_tg
በመሆኑም እነዚህ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ዹላቀ ትንሣኀ ያገኛሉፀ ይኾውም ኚሞት ተነስተው በሰማይ ይኖራሉፀ ይህ ደግሞ ዚጥንቶቹ ዚእምነት ሰዎቜ ተስፋ ያደርጉት ኹነበሹው ዚተሻለ ትንሣኀ እንኳ ዹበለጠ ነው።
እቶም ብግዜ ጥንቲ ዝነበሩ ሰብ እምነት ዚሓይሜ ትንሳኀ ይጜበዩ እኳ እንተ ነበሩ፡ እዞም ቀዳሞት ክርስትያናት ግና ኻብኡ ዚዓቢ ትንሳኀ ኺሚኜቡ፡ ማለት ናብ ሰማያዊ ህይወት ኪትንስኡ እዮም።
669

670
am_tg
በሞት አንቀላፍተው ዚነበሩት ታማኝ ቅቡዓን በሙሉ፣ ዹአምላክ መንግሥት በ1914 ኹተወለደ ብዙም ሳይቆይ ኚሞት ተነስተው መንፈሳዊ ሕይወት ተቀብለዋልፀ እነዚህ ቅቡዓን ኚኢዚሱስ ጋር ሆነው በሰው ልጆቜ ላይ ይገዛሉ።
መንግስቲ ኣምላኜ ብ1914 ምስ ተወልደት ነዊሕ ኹይጾንሐ ኞኣ፡ ኵሎም እቶም ተኣማንነቶም ሓልዮም ሞይቶም ዝነበሩ ቕቡኣት ክርስትያናት፡ ምስ ዚሱስ ኰይኖም ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰብ ምእንቲ ኺገዝኡ መንፈሳዊ ህይወት ሒዞም ተንሲኊም እዮም።
671

672
am_tg
ኢዚሱስ ኚመሞቱ ጥቂት ቀደም ብሎ ደቀ መዛሙርቱን ዹዚህ ዓለም ገዢ ስለሆነው ስለ ዲያብሎስ ሊስት ጊዜ አስጠንቅቋ቞ዋል።
ዚሱስ ቀቅድሚ ሙማቱ ንደቀ መዛሙርቱ ብዛዕባ ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ሰለስተ ሳዕ ኣጠንቂቕዎም እዩ።
673

674
am_tg
ኢዚሱስ፣ ሰዎቜ ዚመጜሐፍ ቅዱስን ትንቢቶቜ እንዳያስተውሉና መጚሚሻው መቅሚቡን እንዳይገነዘቡ በማድሚግ ዲያብሎስ አእምሯ቞ውን እንደሚያጚልም ያውቅ ነበር።
ሰባት ነቲ ብዛዕባ መጻኢ ዚገልጜ ትንቢታት ኣምላኜ ዕሜሜ ኢሎም ብህጹጜ ስጕምቲ ምእንቲ ኞይወስዱ፡ ድያብሎስ ኣብ ኣእምሮኣዊ ጞልማት ኹም ዚዓጜዎም፡ ዚሱስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
675

676
am_tg
ሰይጣን በዓለም ላይ ያሉ ዚሐሰት ሃይማኖቶቜን ተጠቅሞ ዚሰዎቜን አእምሮ እያሳወሚ ነው።
ሰይጣን ብናይ ሓሶት ሃይማኖታት ገይሩ ንኣእምሮ ሰባት ኣዕዊርዎ ኣሎ።
677

678
am_tg
ሰዎቜን ስታነጋግሩ ምን ምላሜ እንደሚሰጡ አስተውላቜኋል?
ምስ ሰባት ኣብ እትገብሮ ዝርርብ እንታይ ኣስተውዒልካ፧
679
tg_am
ምስ ሰባት ኣብ እትገብሮ ዝርርብ እንታይ ኣስተውዒልካ፧
ሰዎቜን ስታነጋግሩ ምን ምላሜ እንደሚሰጡ አስተውላቜኋል?
680
am_tg
ዹዚህ ሥርዓት መጚሚሻ መቅሚቡንም ሆነ ክርስቶስ በአሁኑ ጊዜ ዹአምላክ መንግሥት ንጉሥ ሆኖ እዚገዛ መሆኑን ማስተዋል እንዳይቜሉ ዲያብሎስ ዚማያምኑትን ሰዎቜ አእምሮ እንዳሳወሚ እዚተመለኚትን አይደለም?
ንሰባት ብዛዕባ ምምጻእ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዝን ክርስቶስ ኣብ መንግስቲ ኣምላኜ ይገዝእ ኹም ዘሎን ክትነግሮም ኚለኻ፡ ድያብሎስ ንኣእምሮ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዕዊርዎ ኾም ዘሎ ትርኢዶ ኣለኻ፧
681

682
am_tg
አብዛኞቹ ሰዎቜ ይህ ዓለም ወዎት እያመራ እንደሆነ ልንነግራ቞ው ስንሞክር ይህ ጉዳይ ብዙም ግድ እንደማይሰጣ቞ው እንመለኚታለን።
እዛ ዓለም ናበይ ገጻ ተምርሕ ኹም ዘላ ኜንነግሮም ክንፍትን ኚለና፡ ሰባት ተገዳስነት ዚብሎምን።
683

684
am_tg
ዚሰዎቜ ግድዚለሜነት ተስፋ እንዲያስቆርጣቜሁ ወይም ነቅታቜሁ ኹመጠበቅ እንዲያዘናጋቜሁ አትፍቀዱ።
ካልኊት ተገዳስነት ዘይብሎም ምዃኖም ተስፋ ኬቝርጞካ ወይ ንንቕሓትካ ኌዳኜሞ ኣይትፍቀድ።
685

686
am_tg
ነቅተን መጠበቅ ያለብን ለምን እንደሆነ እናውቃለን።
ንቑሕ ክትኰነሉ ዘሎካ ምኜንያት ኣጞቢቕካ ትፈልጊ ኢኻ።
687
tg_am
ንቑሕ ክትኰነሉ ዘሎካ ምኜንያት ኣጞቢቕካ ትፈልጊ ኢኻ።
ነቅተን መጠበቅ ያለብን ለምን እንደሆነ እናውቃለን።
688
am_tg
ይሖዋ፣ ማበሚታቻ ሊሰጡን ዚሚቜሉ አሳቢ ዹሆኑ ወንድሞቜ ዚሚገኙበት ዓለም አቀፋዊ ዚወንድማማቜ ማኅበር ሰጥቶናል።
ዹሆዋ ምትብባዕ ኪህቡና ዚኜእሉ ሓለይቲ ኣምለኜቱ ዝሓቘፈ ዓለምለኻዊ ሕውነት ሂቡና እዩ።
689

690
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዚነበሩ በርካታ ክርስቲያኖቜ እንዲህ ያለ መንፈሳዊ ማበሚታቻ አግኝተዋል።
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሓያሎ ክርስትያናት፡ ኚምኡ ዝኣመሰለ መንፈሳዊ ምትብባዕ ሚኺቊም እዮም።
691

692
am_tg
በዛሬው ጊዜም ሁኔታው ተመሳሳይ ነው።
ሎሚ እውን ተመሳሳሊ እዩ።
693
tg_am
ሎሚ እውን ተመሳሳሊ እዩ።
በዛሬው ጊዜም ሁኔታው ተመሳሳይ ነው።
694
am_tg
ታዲያ እኛ ምን ማድሚግ እንቜላለን?
ንሕናኾ እንታይ ክንገብር ንኜእል፧
695
tg_am
ንሕናኾ እንታይ ክንገብር ንኜእል፧
ታዲያ እኛ ምን ማድሚግ እንቜላለን?
696
am_tg
አሮን እና ሁር በውጊያው ወቅት ቃል በቃል ዹሙሮን እጅ ደግፈውለት እንደነበር አስታውሱ።
ኣሮንን ሑርን ብግዜ ውግእ ንኣእዳው ሙሮ ቓል ብቓሉ ብኞመይ ኹም ዝደገፍወን እሞ ሕስብ ኣብሎ።
697

698
am_tg
እኛም ሌሎቜን መደገፍና መርዳት ዚምንቜልባ቞ውን መንገዶቜ መፈለግ እንቜላለን።
ንሕና ድማ ንኻልኊት ክንድግፈሉን ግብራዊ ሓገዝ ክንህበሉን እንኜእል መገድታት ኚነናዲ ንኜእል ኢና።
699