Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,900
am_tg
ለአምላክ ታማኝ ባለመሆና቞ው ኹጊዜ በኋላ ኢዚሱስ እነሆ፣ ቀታቜሁ ለእናንተ ዹተተወ ይሆናል ብሏ቞ዋል።
ንኣምላኜ እሙናት ስለ ዘይኰኑ ድማ፡ ዚሱስ ጞኒሑ፡ እንሆ፡ ቀትኩም ክትጥንጠነልኩም እያ በሎም።
4,901
tg_am

4,902
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ እስራኀላውያንን ትቶ በሚኚቱን አዲስ በተቋቋመው ዚክርስቲያን ጉባኀ ላይ አደሚገ።
በዚ ኞምዚ፡ ዹሆዋ ንእስራኀል ሓዲጉ፡ ነታ ሓዳስ እተመስሚተት ክርስትያናዊት ጉባኀ ኺባርኻ ጀመሚ።
4,903

4,904
am_tg
ዹይሖዋ ሕዝቊቜ ትሕትና ዚሚያዳብሩ ኹሆነ ኢዚሱስ በተራራው ስብኚቱ ላይ ዹተናገሹውን አስፈላጊ መሠሚታዊ ሥርዓት ተግባራዊ ያደርጋሉ።
ህዝቢ ዹሆዋ ትሕትና ብምርኣይ፡ ነቲ ዚሱስ ዝሃቩ ኣገዳሲ ስርዓት ይእዘዙ እዮም።
4,905

4,906
am_tg
ኢዚሱስ እንዲህ ብሏልፊ ባልንጀራህን ውደድፀ ጠላትህን ጥላ እንደተባለ ሰምታቜኋል።
ዚሱስ ኣብቲ ኣብ ኹሹን ዝሃቩ ስብኚት ኹምዚ በለ፩ ብጻይካ ኣፍቅር፡ ጞላኢኻ ድማ ጜላእ ኹም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም።
4,907

4,908
am_tg
እኔ ግን እላቜኋለሁፊ ጠላቶቻቜሁን ውደዱ እንዲሁም ስደት ለሚያደርሱባቜሁ ጞልዩፀ ይህን ብታደርጉ በሰማያት ላለው አባታቜሁ ልጆቜ ትሆናላቜሁፀ እሱ በክፉዎቜም ሆነ በጥሩ ሰዎቜ ላይ ፀሐዩን ያወጣልናፀ በጻድቃንም ሆነ ጻድቃን ባልሆኑ ሰዎቜ ላይ ዝናብ ያዘንባል።
ኣነ ግና፡ እብለኩም ኣለኹፊ ጞላእትኹም ኣፍቅሩ፡ ምእንቲ እቶም ዚሰጕጉኹም እውን ጞልዩ፣ ውሉዳት እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቊኹም ኚኣ ክትኰኑ ኢኹም፣ ንሱ ንእኩያትን ንሕያዎትን ጾሓይ ዚብርቕ፡ ንጻድቃንን ንሓጥኣንን ኚኣ ዝናም ዹዝንም እዩ።
4,909

4,910
am_tg
በእርግጥም ዹአምላክ አገልጋዮቜ እንደመሆናቜን መጠን፣ ሰዎቜ ለእኛ ያላ቞ው አመለካኚት ምንም ይሁን ምን ጠላቶቻቜንን መውደድን መማር አለብን።
እወ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኜ ኹም ምዃንና መጠን፡ ንዓና ዘለዎም ኣመለኻኜታ ብዘዚገድስ፡ ጞላእትና ምፍቃር ክንመሃር ኣሎና።
4,911

4,912
am_tg
ዹይሖዋ ሕዝቊቜ እሱንና ባልንጀራ቞ውን እንደሚወዱ በአመለካኚታ቞ውም ሆነ በድርጊታ቞ው፣ በሁሉም ዚሕይወታ቞ው ዘርፎቜ ማሳዚት ይኖርባ቞ዋል።
ህዝቢ ዹሆዋ ኣብ ኵሉ መዳያት ህይወቶም ብኣመለኻኜታኊምን ብተግባሮምን ንዹሆዋን ንብጟቶምን ኹም ዜፍቅሩ ኌርእዩ ኣለዎም።
4,913

4,914
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዚመንግሥቱን መልእክት ዹማይቀበሉ ሰዎቜም እንኳ በሚ቞ገሩበት ጊዜ ፍቅር እናሳያ቞ዋለን።
ንኣብነት፡ ነቶም ንመልእኜቲ መንግስቲ ኣምላኜ ዘይቅበልዎ ሰባት ኪሜገሩ ኾለዉ ብምሕጋዝ፡ ንብጟትና ፍቕሪ ኾም ዘላትና ነርእዮም ኢና።
4,915

4,916
am_tg
አስቀድሞ ዹተነገሹው ዚስብኚት ሥራ ዹሚቆዹው ለምን ያህል ጊዜ ነው?
እቲ ብትንቢት እተነግሚ ዕዮ ስብኚት ንኜንደይ ዚኣክል ግዜ እዩ ኪቕጜል፧
4,917

4,918
am_tg
ኢዚሱስ ይህ ዓለም አቀፋዊ ዚስብኚት ሥራ በመጚሚሻዎቹ ቀናት ውስጥም እንደሚኚናወንና ኚዚያም መጚሚሻው እንደሚመጣ ተናግሯል።
ዚሱስ እዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ እዚ ኣብ ብምሉኡ እቲ ዳሕሮት መዓልትታት ድሕሪ ምቕጻሉ፡ ሜዑ፡ መወዳእታ ኺመጜእ እዩ በለ።
4,919

4,920
am_tg
ታሪካዊ በሆኑት በእነዚህ ዚመጚሚሻ ቀናት ውስጥ ምሥራቹን እዚሰበኚ ያለ ሌላ ሃይማኖታዊ ቡድን አለ?
ኣብዘን ኣገደስቲ ዳሕሮት መዓልትታት እዚአን ነቲ ብስራት ብቐጻሊ ኺሰብኩ ዝኞኣሉ ኻልኊት ኣባላት ጕጅለ ሃይማኖት ኣለዉዶ፧
4,921

4,922
am_tg
በአገልግሎት ላይ ዹምናገኛቾው አንዳንድ ሰዎቜ መንፈስ ቅዱስ ያለን እኛ ነንፀ ሥራውን ዚምታኚናውኑት ግን እናንተ ናቜሁ ይሉናል።
ገሊኩም ኣብ ኣገልግሎት እንሚኜቊም ሰባት፡ ንሕና መንፈስ ቅዱስ ኣሎና፣ ንስኻትኩም ግና ነቲ ዕዮ ትዓይይዎ ኣለኹም ይብሉ እዮም።
4,923

4,924
am_tg
ይሁን እንጂ በሥራው በጜናት መቀጠላቜን ዹአምላክ መንፈስ እንዳለን ዚሚያሳይ ማስሚጃ አይደለም?
ግናኞ፡ ነዚ ዕዮ እዚ ጾኒዕና ኜንዓዪ ምኜኣልና፡ መንፈስ ኣምላኜ ኹም ዘሎና ዚሕብር መርትዖ ደይኰነን፧
4,925

4,926
am_tg
አንዳንድ ሃይማኖታዊ ቡድኖቜ ዹይሖዋ ምሥክሮቜ አዘውትሚው ዚሚያኚናውኑትን ሥራ ለመሥራት ዚሞኚሩባ቞ው ጊዜያት አሉፀ ይሁንና አብዛኛውን ጊዜ ጥሚታ቞ው ውጀታማ አልሆነም።
ሓሓሊፎም፡ እተወሰኑ ጕጅለታት ሃይማኖት ነቲ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኣዘውቲሮም ዚዓይዎ ዕዮ ኺዓይዩ ፈቲኖም እዮም፣ ጻዕርታቶም ግና መብዛሕትኡ ግዜ ፈሺሉ እዩ ዚተርፍ።
4,927

4,928
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ በሚስዮናዊነት ሥራ ለተወሰነ ጊዜ ቢሳተፉም ብዙም ሳይቆይ ወደ ወትሮው ኑሯ቞ው ይመለሳሉ።
ገሊኩም ድማ ንእተወሰነ እዋን ኣብቲ ሚስዮናዊ ንጥፈታት ዚብልዎ ይጜመዱ እሞ ድሕሪኡ ናብ ንቡር ናብራኊም ይምለሱ እዮም።
4,929

4,930
am_tg
ኚቀት ወደ ቀት ለመሄድ ዚሚሞክሩም አሉፀ ሆኖም ዚሚሰብኩት ስለ ምንድን ነው?
ገሊኩም ኣብ በቀት ኪኞዱ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ግናኾ እንታይ እዮም ዚሰብኩ፧
4,931

4,932
am_tg
ዹዚህ ጥያቄ መልስ እነዚህ ሰዎቜ ክርስቶስ ዹጀመሹውን ሥራ እያኚናወኑ እንዳልሆኑ በግልጜ ያሳያል።
መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ፡ ነቲ ክርስቶስ ዝጀመሮ ዕዮ ይፍጜሙ ኾም ዘዹለዉ ንጹር ይግበሮ እዩ።
4,933

4,934
am_tg
‘ለመስተካኚል እና አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ሁልጊዜ ጥሚት ማድሚግ ያስፈልጋል።
‘ክንቀንዕን ሓድሜ ስብእና ኺህልወናን እንተ ዀይኑ፡ ቀጻሊ ጻዕሪ ዚድልዚና እዩ።
4,935

4,936
am_tg
ጳውሎስ ለእምነት አጋሮቹ ዹሚኹተለውን ማሳሰቢያ ሰጥቷልፊ ኚቀድሞ አኗኗራቜሁ ጋር ዚሚስማማውንና አታላይ በሆነው ምኞቱ እዚተበላሞ ዹሚሄደውን አሮጌውን ስብዕናቜሁን አውልቃቜሁ እንድትጥሉ ተምራቜኋል።
ጳውሎስ ንክርስትያናት ብጟቱ፡ ነቲ ኞምቲ ኣቐዲሙ ዝነበሹ ኣነባብራኹም ዝዀነ ብዜታልል ትምኒቱ ዚበላሟ ኣሚጊት ስብእና ኜትቅንጥጡ ተማሂርኩም ኢኹም።
4,937

4,938
am_tg
ደግሞም አእምሯቜሁን ዚሚያሠራው ኃይል እዚታደሰ ይሂድፀ እንዲሁም እንደ አምላክ ፈቃድ ዹተፈጠሹውንና ኚእውነተኛ ጜድቅና ታማኝነት ጋር ዚሚስማማውን አዲሱን ስብዕና መልበስ ይኖርባቜኋል።
ብኣተሓሳስባኹም ኚኣ ብቐጻሊ ተሓደሱ፣ ብናይ ሓቂ ጜድቅን ተኣማንነትን ኹም ፍቓድ ኣምላኜ እተፈጥሚ ሓድሜ ስብእና ድማ ልበሱ ኢሉ ኣዘኻኺርዎም እዩ።
4,939

4,940
am_tg
እዚታደሰ ይሂድ ዹሚለው አገላለጜ አዲሱን ስብዕና መልበስ ቀጣይነት ያለው ሂደት መሆኑን ይጠቁማል።
እተን ብቐጻሊ ተሓደሱ ዚብላ ቓላት፡ እቲ ሓድሜ ስብእና ናይ ምልባስ ተግባር ቀጻሊ መስርሕ ምዃኑ ይሕብራ።
4,941

4,942
am_tg
ይህን ማወቅ ዚሚያበሚታታ ነውፀ ምክንያቱም ይሖዋን በማገልገል ያሳለፍነው ጊዜ ምንም ያህል ቢሆን፣ አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ዚሚሚዱንን ክርስቲያናዊ ባሕርያት ምንጊዜም እያዳበርንና እያሻሻልን መሄድ እንደምንቜል ማሚጋገጫ ይሰጠናል።
ንዹሆዋ ዘገልገልናሉ ንውሓት ግዜ ብዘዚገድስ፡ ነቲ ሓድሜ ስብእና ዜቕውም ክርስትያናዊ ባህርያትና ብቐጻሊ ኞነማዕብልን ኚነመሓይሜን ስለ እንኜእል፡ እዚ ዚተባብዓና እዩ።
4,943

4,944
am_tg
በእርግጥም መጜሐፍ ቅዱስ በሕይወታቜን ውስጥ ምንጊዜም ለውጥ ማምጣት ይቜላል።
እወ፡ መጜሓፍ ቅዱስ ብቐጻሊ ንህይወትና ኪቕይሮ ይኜእል እዩ።
4,945

4,946
am_tg
ዚኢዚሱስ ደቀ መዛሙርት፣ ኢዚሱስ በገሊላ ባሕር ላይ ሲራመድ አዩት።
ደቀ መዛሙርቲ ብሃንደበት ንዚሱስ ኣብ ባሕሪ ገሊላ ኪኞይድ ሚኣይዎ።
4,947

4,948
am_tg
ጎጥሮስ ኢዚሱስን ጠርቶ በውኃው ላይ እዚተራመደ ወደ እሱ መምጣት ይቜል እንደሆነ ጠዚቀው።
ጎጥሮስ ኚኣ ንዚሱስ፡ ብማዚ ማይ ክመጞካ ኣዝዘኒ ኢሉ ተዛሚቊ።
4,949

4,950
am_tg
ኢዚሱስም እንዲመጣ ሲነግሚው ጎጥሮስ ኚጀልባዋ ላይ ወርዶ በሚናወጠው ውኃ ላይ በተአምር እዚተራመደ ወደ ኢዚሱስ ሄደ።
ዚሱስ ንዓ ምስ በሎ፡ ጎጥሮስ ካብታ ጃልባ ወሪዱ፡ ብተኣምራዊ መገዲ ኣብ ልዕሊ እቲ ማዕበል ኪኞይድ ጀመሚ።
4,951

4,952
am_tg
ብዙም ሳይቆይ ግን ጎጥሮስ መስመጥ ጀመሚ።
ድሕሪ እተወሰነ ህሞት ግና ኪጥሕል ጀመሚ።
4,953
tg_am
ድሕሪ እተወሰነ ህሞት ግና ኪጥሕል ጀመሚ።
ብዙም ሳይቆይ ግን ጎጥሮስ መስመጥ ጀመሚ።
4,954
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
4,955
tg_am
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ለምን?
4,956
am_tg
ምክንያቱም ማዕበሉን ሲያይ ፈራ።
ነቲ ህቊብላ ንፋስ ምስ ሚኣዚ ስለ ዝፈርሀ እዩ።
4,957
tg_am
ነቲ ህቊብላ ንፋስ ምስ ሚኣዚ ስለ ዝፈርሀ እዩ።
ምክንያቱም ማዕበሉን ሲያይ ፈራ።
4,958
am_tg
ጎጥሮስ፣ ኢዚሱስ እንዲሚዳው ጮኞፀ እሱም ወዲያውኑ እጁን ዘርግቶ ያዘውና ኹላይ ያለውን ተናገሚ።
ጎጥሮስ ኚኣ ናብ ዚሱስ ኣእወዚ፣ ንሱ ብኡብኡ ኢዱ ዘርጊሑ ሓዞ እሞ፡ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ቓላት በሎ።
4,959

4,960
am_tg
ጎጥሮስ ኚጀልባዋ ወርዶ በውኃው ላይ እንዲራመድ ያስቻለው እምነት ነው።
ጎጥሮስ ብማዚ ማይ ኪኞይድ ኢሉ ኻብታ ጃልባ ኺወርድ ኚሎ፡ ብእምነት እዩ ገይርዎ።
4,961

4,962
am_tg
ኢዚሱስ ጎጥሮስን ሲጠራው ጎጥሮስ ዹአምላክ ኃይል ኢዚሱስን እንደሚዳው ሁሉ እሱንም ሊሚዳው እንደሚቜል ተማምኖ ነበር።
ኚመይሲ፡ ዚሱስ ጾዊዕዎ እዩ፣ ሓይሊ ኣምላኜ ኚምቲ ንዚሱስ ዚሕግዞ ዝነበሚ፡ ንዕኡ እውን ኹም ዚሕግዞ እምንቶ ነይርዎ እዩ።
4,963

4,964
am_tg
እኛም በተመሳሳይ ራሳቜንን ለይሖዋ እንድንወስንና እንድንጠመቅ ያስቻለን እምነታቜን ነው።
ብተመሳሳሊ፡ ርእስና ንዹሆዋ ኜንውፍን ክንጥመቕን ኚለና፡ ብእምነት ኢና ኞምኡ እንገብር።
4,965

4,966
am_tg
ኢዚሱስ ዚእሱ ተኚታዮቜ እንድንሆን ይኾውም ፈለጉን እንድንኚተል ጠርቶናል።
ዚሱስ ሰዓብቱ ኜንኚውን፡ ማለት ኣሰሩ ኜንስዕብ ጾዊዑና እዩ።
4,967

4,968
am_tg
ኢዚሱስም ሆነ አምላክ በተለያዩ መንገዶቜ እንደሚሚዱን በመተማመን በእነሱ ላይ እምነት እንዳለን ማሳዚት ይኖርብናል።
ዚሱስን ኣምላኜን ብእተፈላለዚ መገድታት ኹም ዚድግፉና ርግጞኛታት ስለ እንኞውን፡ ብኣታቶም ንኣምን ኢና።
4,969

4,970
am_tg
አንድ አፍቃሪ አባት ቅድሚያ ኚሚሰጣ቞ው ነገሮቜ አንዱ ቀተሰቡን ኚጉዳት ወይም አደጋ ሊያደርስ ኚሚቜል ነገር መጠበቅ ወይም መታደግ እንደሆነ ግልጜ ነው።
ሓደ ኻብቲ ፈቃር ኣቊ ቐዳምነት ዚህቩ ነገራት፡ ኣባላት ስድራ ቀቱ ጕድኣት ወይ ኚቢድ ሓደጋ ኞዚጋጥሞም ምዕቋብን ምሕላውን እዩ።
4,971

4,972
am_tg
በሰማይ ዹሚኖሹው አባታቜን ይሖዋ ኹዚህ ያነሰ ነገር እንደማያደርግ ዚታወቀ ነው።
እቲ ሰማያዊ ኣቊና ዝዀነ ዹሆዋ እውን ኚምኡ እዩ ዚገብር።
4,973

4,974
am_tg
አንድ ምሳሌ እንመልኚት።
ሓደ ኣብነት እስኚ ንርአ።
4,975
tg_am
ሓደ ኣብነት እስኚ ንርአ።
አንድ ምሳሌ እንመልኚት።
4,976
am_tg
መቌም ለዓይንህ በጣም እንደምትሳሳ ግልጜ ነው! ይሖዋ ለሕዝቡ ያለው ስሜትም ልክ እንደዚህ ነው።
ንኣዒንትኻ ኜሳዕ ክንደይ ክቡራት ጌርካ ዀን ኢኻ እትርእዚን! ዹሆዋ እውን ብዛዕባ ህዝቡ ኞምኡ እዩ ዚስምዖ።
4,977

4,978
am_tg
በእርግጥም አምላክ ለሕዝቡ በጣም ይሳሳል! እርግጥ ነው፣ ይሖዋ እንደ እስጢፋኖስ ያሉ ታማኝ አገልጋዮቹ በጠላቶቻ቞ው እጅ ሕይወታ቞ው እንዲያልፍ ዚፈቀደበት ጊዜ አለ።
ዹሆዋ ንህዝቡ ኜሳዕ ክንደይ ኰን እዩ ኣኜቢሩ ዚርእዮም! ሓድሓደ ግዜ፡ ዹሆዋ ኾም እኒ እስጢፋኖስ ዝበሉ እሙናት ኣገልገልቱ ብጞላእቲ ኪቕተሉ ፈቒዱ እዩ።
4,979

4,980
am_tg
ይሁንና አምላክ ዚሰይጣንን መሠሪ ዘዎዎቜ መቋቋም እንዲቜሉ ወቅታዊ ማስጠንቀቂያዎቜን በመስጠት ሕዝቡን በአጠቃላይ ኹአደጋ ይጠብቃል።
ኰይኑ ግና፡ ኣምላኜ ብዛዕባ ፍሕሶታት ሰይጣን እዋናዊ መጠንቀቕታታት ብምሃብ፡ ንህዝቡ ብሓፈሻ ኣዕቊብዎም እዩ።
4,981

4,982
am_tg
ይሖዋ በቃሉና ድርጅቱ በሚያዘጋጃ቞ው መጜሐፍ ቅዱሳዊ ጜሑፎቜ አማካኝነት ሀብት ስላለው ዚማታለል ኃይል፣ ብልግናና ዓመፅ ስለተሞላባ቞ው መዝናኛዎቜ፣ ተገቢ ስላልሆነ ዚኢንተርኔት አጠቃቀምና ስለመሳሰሉት ነገሮቜ እውነቱን መገንዘብ እንድንቜል ይሚዳናል።
ብቓሉን ውድቡ ብእተዳልዎ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ ጜሑፋትን ኣቢሉ፡ ብዛዕባ መታለሊ ሃብትን ብዛዕባ እቲ ርኜሰትን ዓመጻን ዝመልኩ መዘናግዕን ዘይግቡእ ኣጠቓቕማ ኢንተርነትን ካልእ ነገራትን ሓቂ ኜንፈልጥ ሓጊዙና እዩ።
4,983

4,984
am_tg
ኹዚህ በግልጜ መሚዳት እንደምንቜለው ይሖዋ ልክ እንደ አንድ አፍቃሪ አባት ሕዝቡን ኹአደጋ ይጠብቃል።
ዹሆዋ ኾም ፈቃር ኣቊ መጠን፡ ብዛዕባ ድሕንነት ህዝቡ ይሓሊ እዩ።
4,985

4,986
am_tg
ዚመንግሥት አዳራሜ በአንድ አካባቢ ለሚካሄደው ንጹሕ አምልኮ ማዕኹል ነው።
ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ፡ ማእኚል ንጹህ ኣምልኟ እዩ።
4,987

4,988
am_tg
ይሖዋ እኛን በመንፈሳዊ ለመመገብ ካደሚጋ቞ው ዝግጅቶቜ መካኚል በመንግሥት አዳራሟቜ ውስጥ ዚሚኚናወኑት ሳምንታዊ ስብሰባዎቜ ይገኙበታል።
ሓደ ኻብቲ ዹሆዋ ንዓና ብመንፈሳዊ መዳይ ዚምግበሉ መገድታት፡ እቲ ኣብ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ዚግበር ሰሙናዊ ኣኌባታት እዩ።
4,989

4,990
am_tg
በድርጅቱ በኩል አስፈላጊ ዹሆነ መንፈሳዊ ምግብና መመሪያ ዹሚሰጠን በስብሰባዎቻቜን ላይ ነው።
ነቲ ብውድብ ዹሆዋ ኣቢሉ ዚመጜእ ኣገዳሲ መንፈሳዊ ምግብን መምርሕን እንቕበሎ፡ ኣብ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ እዩ።
4,991

4,992
am_tg
ኹይሖዋ ማዕድ እንድንመገብ ሁልጊዜም ግብዣ ይቀርብልናልፀ ይህ መሆኑ ግን ግብዣውን አቅልለን እንድንመለኚተው በፍጹም ሊያደርገን አይገባም።
ወትሩ ኻብ መኣዲ ዹሆዋ ኜንበልዕ ንዕደም እኳ እንተ ዀንና፡ ነቲ ዕድመ ኣቕሊልና ኞይንርእዮ ኜንጥንቀቕ ኣሎና።
4,993

4,994
am_tg
ይሖዋ፣ ለአምልኮና እርስ በርስ ለመበሚታታት ዚሚያስቜሉን እነዚህ አጋጣሚዎቜ በጣም አስፈላጊ እንደሆኑ ስለሚያውቅ መሰብሰባቜንን ቾል እንዳንል ዚሚያሳስብ መልእክት ሐዋርያው ጳውሎስ በመንፈስ መሪነት እንዲጜፍ አድርጓል።
ዹሆዋ ነቲ ኣብ ኣኌባታትና እንገብሮ ኣምልኟን ኣብኡ እንሚኜቊ ሓባራዊ ምትብባዕን ኹም ኣገዳሲ ገይሩ ስለ ዚርእዮ፡ ኣኌባና ኞይንሓድግ ምእንቲ ኺምሕጞነና፡ ንሃዋርያ ጳውሎስ ብመንፈስ ቅዱሱ ደሪኜዎ እዩ።
4,995

4,996
am_tg
በማይሚባ ምክንያት ኚክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ ዹምንቀር ኹሆነ ለይሖዋ አክብሮት እያሳዚን ነው ማለት እንቜላለን?
ዕባራ ብዝዀነ ምኜንያት ካብ ክርስትያናዊ ኣኌባታትና ንተርፍ እንተ ዄንና፡ ንዹሆዋ ኾም እነኜብሮ ዲና እነርኢ፧
4,997

4,998
am_tg
በሌላ በኩል ግን ለክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ በመዘጋጀትና በሙሉ ልብ ተሳትፎ በማድሚግ ለይሖዋና ለዝግጅቱ ምን ያህል አድናቆት እንዳለን ማሳዚት እንቜላለን።
ስለዚ፡ ንኣኌባታትና ብምድላውን ኣብኡ ብምሉእ ልብና ብምስታፍን ንዹሆዋን ንመሰናድዎታቱን ኣዚና ኾም እነማስወሉ ኞነርኢ ንኜእል ኢና።
4,999